id stringlengths 12 12 | title stringclasses 104
values | grade stringclasses 5
values | context stringclasses 107
values | question stringlengths 4 88 | answers dict | match_status stringclasses 2
values |
|---|---|---|---|---|---|---|
tigqa-001-01 | ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ | 4ይ | እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም... | ህፃናት እንታይ ክእለቶም ንምብቃዕ ዝተዳለወ መፅሓፍ እዩ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ? | {
"text": [
"ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን"
],
"answer_start": [
54
]
} | exact |
tigqa-001-02 | ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ | 4ይ | እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም... | ህፃናት እንታይ ንክመልኩ እዩ ተዳሊዩ እዚ መፅሓፍ? | {
"text": [
"ባብን ፅሕፈትን"
],
"answer_start": [
124
]
} | exact |
tigqa-001-03 | ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ | 4ይ | እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም... | ተመሃሮ ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ምንባብ ክጅምሩ ኣለዎም ዝበሃል መዓስ እዩ? | {
"text": [
"ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ"
],
"answer_start": [
293
]
} | exact |
tigqa-001-04 | ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ | 4ይ | እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም... | ተመሃሮ ፅዑቕ ልምምድ እንተኣካዪዶም እንታይ ይኽእሉ? | {
"text": [
"ብዓርሰ እምነት፣ ብትኽክልን ብናህሪን ከንብቡ ይኽእሉ።"
],
"answer_start": [
489
]
} | exact |
tigqa-001-05 | ኣጠቓቕማመፅሓፍንወለዲ | 4ይ | እዚ 4ይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ኣካል እቲ ህፃናት ኣፎም ብዝኸፈቱ ሉቋንቋ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንምብቃዕ ዝተዳለወ ስርዓተ ትምህርቲ ትግርኛ እዩ። እዚ መፅሓፍ ህፃናት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ከም ዝመልኩ ከርእዩ ዝኽእሉ መፅናዕቲታትን ባህረታት ቋንቋ ትግርኛን መሰረት ብምግባር እዩ ተዳልዩ። ኣብ ቃላት ዘለዉ ድምፂ ፊደላት ነፂሎም ንኽፀርሑ ፣ ዘይልሙዳት ቃላት ብዝግባእ ንኸንብቡን ድምፂታት ዝተፈላለዩ ፊደላት ክመሃሩን ይግባእ። ተምሃሮ ፊደላት ምንባብ ምስ ጀመሩ ሽዑ ንሽዑ በቶም... | ተመሃሮ ፍታሕ ቃላት እውን ክመሃሩ ኣለዎም ዝበሃል መዓስ እዩ? | {
"text": [
"ሓደስቲ ቃላት እንተንብቡን እንተዳምፁን"
],
"answer_start": [
578
]
} | exact |
tigqa-002-02 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ወለዲ ንደቆም እንታይ የዘንትዉሎም? | {
"text": [
"ዛንታታትን ነበረያ ነበረን"
],
"answer_start": [
62
]
} | exact |
tigqa-002-03 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ምስ ነበረያ ነበረ፣እንታይ ከዘንትዉሎም ይሕተቱ? | {
"text": [
"ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ"
],
"answer_start": [
106
]
} | exact |
tigqa-002-04 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ብዝተነግሮም ዛንታ ወይ ወግዒ ብመሰረት ዝተፈጠረሎም ስምዒት እንታይ ንክገብሩ የተባብዑዎም? | {
"text": [
"ሓፀርቲ ፅሑፋት ንኽፅሕፉ"
],
"answer_start": [
654
]
} | exact |
tigqa-002-06 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ነባሪ ኣየር እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ኣብ ሓደ ከባቢ ዝውቱር ዝኾነ ኩነታት አየር"
],
"answer_start": [
697
]
} | exact |
tigqa-002-07 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ምስ ስነምድራዊ ኣቀማምጣ ከባቢ ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ነባሪ ኣየር"
],
"answer_start": [
689
]
} | exact |
tigqa-002-08 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ነባሪ ኣየር ኣብ ክንደይ ይኽፈል? | {
"text": [
"ኣብ ሰለስተ"
],
"answer_start": [
837
]
} | exact |
tigqa-002-09 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ክፋላት ነባሪ ኣየር እንታይ እንታይ እየን? | {
"text": [
"ደጉዓ ፣ ሓውሲ ደጉዓን ቆላን"
],
"answer_start": [
813
]
} | exact |
tigqa-002-10 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ሕድሕድ ነባሪ ኣየር ናይ ባዕሉ እንታይ ኣለዎ? | {
"text": [
"ብራኸን መጠን ዋዒን"
],
"answer_start": [
876
]
} | exact |
tigqa-002-11 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ኣዝዩ ቆራር ኩነታት ኣየር ዘለዎ ኣየናይ ነባሪ ኣየር እዩ? | {
"text": [
"ደጉዓ"
],
"answer_start": [
813
]
} | exact |
tigqa-002-12 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ደጉዓ እንታይ ዓይነት ኩነታት ኣየር ኣለዎ? | {
"text": [
"ኣዝዩ ቆራርን ኣስሓይታ ዝበዝሖ"
],
"answer_start": [
963
]
} | exact |
tigqa-002-13 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ደጉዓ ኣየኖት ኣእኻል የብቁል? | {
"text": [
"ሩዝ ፣ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓረስን"
],
"answer_start": [
1011
]
} | exact |
tigqa-002-14 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ደጉዓ ከመይ ዝበሉ ቅመማት ንምፍራይ ይጥዕም? | {
"text": [
"ሰሰግን ኣወሱዳን"
],
"answer_start": [
1046
]
} | exact |
tigqa-002-15 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ደጉዓ ንኸመይ ዝበላ እንስሳት ዘቤት ይሰማማዕ? | {
"text": [
"ኣፍራስን ኣባጊዕን"
],
"answer_start": [
1096
]
} | exact |
tigqa-002-16 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ሓውሲ ደጉዓ ባህሪይ እንታይ ኣለዎ? | {
"text": [
"ደጉዓን ቆላን"
],
"answer_start": [
823
]
} | exact |
tigqa-002-17 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ኣብ ሓውሲ ደጉዓ ዝርከቡ ከባብታት ካብ ፀፍሒ ባሕሪ ንላዕሊ ክንደይ ብራኸ ኣለዎም? | {
"text": [
"ካብ 1,500-2,500"
],
"answer_start": [
1214
]
} | exact |
tigqa-002-18 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ካብ 500-1,500 ሜትር ብራኸ ዘለዎ ነባሪ ኣየር እንታይ ይበሃል? | {
"text": [
"ቆላ"
],
"answer_start": [
828
]
} | exact |
tigqa-002-19 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ነባሪ ኣየር ሓውሲ ደጉዓ ንኸመይ ዝበሉ ዘራእቲ ይሰማማዕ? | {
"text": [
"ዳጉሻን ጣፍን"
],
"answer_start": [
1278
]
} | exact |
tigqa-002-20 | ግደወለዲኣብገዛ ነባሪኣየር | 4ይ | ብሓፈሻ ደቅኹም በቱ ቋንቋ ምጥቃም ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ክትሕግዙዎም ሓላፊነት ኣለኩም። ዛንታታትን ነበረያ ነበረን ኣዘንትዉሎም። ነበረያ ነበረ ንኽነግሩኹምን ዝረአዩዎም ክስተታት መሊሶም ንኸዘንትዉ ሕተቱዎም። ዝተነበበሎም ወይ ዝተነገሮም ዛንታ፣ ፅሑፍ ወይ ወግዒ ዝፈጠረሎም ስምዒት መሰረት ገይሮም ሓሳቦም ንኽገልፁ ኣተባብዕዎም ። ብኸምዚ ኣዳሚፅካ ወይ ኣንቢብካ ናይ ምግንዛብ ተኽእሎኦምን ልሳነ ርቱእነቶምን ይምዕብል ። ዛንታታት ሰሓባይ ብዝኾነ መንገዲ ኣንብቡሎም ወይ ንኽንበበሎም ግበሩ ። በዚ ... | ኣጣልን ኣግማልን ዝኣመሰላ እንስሳታት ንምፍራይ ኣየናይ ነባሪ ኣየር ይሰማማዕ? | {
"text": [
"ቆላ"
],
"answer_start": [
828
]
} | exact |
tigqa-003-01 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ኣግራብ ካብ ብርሰት ምክልኻል እንታይ ይሕግዝ? | {
"text": [
"ብኽለት ከባቢ ኣየር"
],
"answer_start": [
7
]
} | exact |
tigqa-003-03 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ዝተቓፀለ ኣየር"
],
"answer_start": [
170
]
} | exact |
tigqa-003-04 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ብስርዓተ ምስትንፋስ ዘይውሰድ ኣየር እንታይ ዝኾነ እዩ? | {
"text": [
"ዝተቓፀለ"
],
"answer_start": [
170
]
} | exact |
tigqa-003-05 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ዝተቓፀለ ኣየር መጠን እንታይ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር? | {
"text": [
"ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ"
],
"answer_start": [
231
]
} | exact |
tigqa-003-06 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ተኽልታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር እንታይ ይወስዱ? | {
"text": [
"ን ዳይ ኦክሳይድ"
],
"answer_start": [
234
]
} | fuzzy |
tigqa-003-07 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ጎናዊ ምህርቲ ተኽልታት እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ኦክስጅን"
],
"answer_start": [
331
]
} | exact |
tigqa-003-08 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ተኽልታት ኣብ ከባቢ ኣየር ዘሎ ተፈጥሮኣዊ ዓቐን እንታይ ክሕሎ ይገብሩ? | {
"text": [
"ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ"
],
"answer_start": [
231
]
} | exact |
tigqa-003-09 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ካብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ነፃ ዝኾነ ከባቢ ብምንታይ ይፍጠር? | {
"text": [
"ተኽሊታት ብምትካል"
],
"answer_start": [
68
]
} | exact |
tigqa-003-11 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ብኽለት ከባቢ ኣየር ብምንታይ ምቕናስ ይከኣል? | {
"text": [
"ን ንምስራሕ እንጥቀመሉ መጠን ነዳዲ ብምንካይ"
],
"answer_start": [
544
]
} | fuzzy |
tigqa-003-12 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | መጠን እንጥቀመሉ ነዳዲ ምንካይ እንታይ ይጠቅም? | {
"text": [
"ብኽለት ከባቢ ኣየር"
],
"answer_start": [
7
]
} | exact |
tigqa-003-13 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | መጠን ብኽለትንኸይልዕል እንታይ ክንገብር ንኽእል? | {
"text": [
"ፈሓምን ላምባን ዝበሉ ነደድቲ ብምንካይ"
],
"answer_start": [
697
]
} | exact |
tigqa-003-14 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ምግቢ ንምድላው እንጥቀመሎም እንታይ እዮም? | {
"text": [
"ፈሓምን ላምባን"
],
"answer_start": [
697
]
} | exact |
tigqa-003-15 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ብኽለት ከባቢ ኣየር ብምንታይ ንቕንሰ? | {
"text": [
"ብውሕሉል ኣጠቓቕማ"
],
"answer_start": [
579
]
} | exact |
tigqa-003-17 | ምክልኻልብኽለትከባቢኣየር | 4ይ | ስራሕ ሰብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ብዝተፈላለዩ መንገዲታት ምክልኻል ይከኣል። ኣግራብ ካብ ብርሰት ብምክልኻል ንተኽሊታት ብምትካልን ብኽለት ከባቢ ኣየር ካብ እንከላኸለሎም ብልሓታት ሓደ እዩ ። ኣግራብ ኣብ ዘይብሉ ካብ እንስሳትን ካልኦት ነገራትን ናብ ከባቢ ኣየር ዝሕወስ ዝተቓፀለ ኣየር ብስርዓተ ምስትንፋስ ኣይውሰድን ። እዚ ኩነት ድማ ኣብ ካባቢ ኣየር ዝህሉ መጠን ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ካብ ተፈጥሮኣዊ ዓቐኑ ንኽዛይድ ይገብር ። ተኽሊታት ምግቢ እንተዳልዉ ካብ ከባቢ ኣየር ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ ወሲዶም ከ... | ኣማራፂ ሓይልታት እንታይ እንታይ እዮም? | {
"text": [
"ሓይሊ ማይ ፣ ንፋስን ፀሓይን"
],
"answer_start": [
839
]
} | exact |
tigqa-004-02 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ሃፍትታት ተፈጥሮ ምስ ህልውና ሰባት ከመይ ዝበለ ዝምድና ኣለዎም? | {
"text": [
"ጥቡቕ"
],
"answer_start": [
78
]
} | exact | |
tigqa-004-03 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ እንታይ ክግበረሎም ይግባእ? | {
"text": [
"ክዕቀቡ"
],
"answer_start": [
116
]
} | exact | |
tigqa-004-05 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት እንታይ ምግባር ይከኣል? | {
"text": [
"ምክንኻን"
],
"answer_start": [
260
]
} | exact | |
tigqa-004-06 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ሓደሜላ ምክልኻል ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ዝተወሰነ ቦታ ምኽላል"
],
"answer_start": [
324
]
} | exact | |
tigqa-004-07 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ኣግራብ ከይቑረፁ ዝኽለል ቦታ እንታይ ይበሃል? | {
"text": [
"ሕዛእቲ"
],
"answer_start": [
360
]
} | exact | |
tigqa-004-08 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ዳግመ ግረባ ምክያድ እንታይ ይሕግዝ? | {
"text": [
"ኣግራብ ምልማዕ"
],
"answer_start": [
397
]
} | exact | |
tigqa-004-10 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ንምክልኻል፣ ናውቲ ገዛ ንምስራሕ ከመይ ዝበሉ ጥረ ኣቑሑ ምጥቃም የድሊ? | {
"text": [
"ፕላስቲክን ጥርሙዝን"
],
"answer_start": [
548
]
} | exact | |
tigqa-004-11 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ልሙዕ ሓመድ ብማይን ብንፋስን ዘይጉሕጓሕ ኣግራብ እንታይ እንተተገይሮም እዩ? | {
"text": [
"ኣግራብ እንተተዓቂቦም"
],
"answer_start": [
584
]
} | exact | |
tigqa-004-14 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ዛላታት ብምስራሕ እንታይ ካብ ምጉሕጓሕ ምድሓን ይከኣል? | {
"text": [
"ሓመድ"
],
"answer_start": [
154
]
} | exact | |
tigqa-004-15 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ሓመድ ንኸይብከል እንታይ ምቁፅፃር ይግባእ? | {
"text": [
"ብ ከባቢ ዝድርበዩ ላስቲክን ከሚካላትን"
],
"answer_start": [
791
]
} | exact | |
tigqa-004-16 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | መሰረታዊ ሃፍቲ ተፈጥሮ አንታይ እዩ? | {
"text": [
"ማይ"
],
"answer_start": [
159
]
} | exact | |
tigqa-004-17 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ማይ ግቡእ ጥቕሚ ክህብ ምእንታን ብኸመይ ክተሓዝ ይግባእ? | {
"text": [
"ብክንክን"
],
"answer_start": [
875
]
} | exact | |
tigqa-004-19 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ዝስተ ማይ ብፍታንን ሽንቲን እንስሳት ከይበላሸው እንታይ ምግባር ኣገዳሲ እዩ? | {
"text": [
"ምሕፃር"
],
"answer_start": [
1022
]
} | exact | |
tigqa-004-20 | ክንክንሃፍቲተፈጥሮ | ሃፍቲታት ተፈጥሮ ሰባት ዕለታዊ መነባብርኦም ንኽመርሑ ዘኽእሎም ወሰንቲ ፀጋታት እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ምስ ህልውና ሰባት ጥቡቕ ዝምድና ኣለዎም። ፀጋታት ተፈጥሮ ግቡእ ጥቕሚ ንኽህቡ ክዕቀቡን ኣድላዪ ክንክን ክግበረሎምን ይግባእ ። ዕፅዋት ፣ ሓመድን ማይን ኣገደስቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ እዮም ። እዞም ሃፍቲታት ነንባዕሎም ዝተኣሳሰሩ እዮም ። ስለ ዝኾነ ንገሊኦም ብምልማዕን ካብ ብርሰት ብምድሓንን ነቶም ካልኦት ምክንኻን ይካኣል ። ብርሰት ሃፍቲ ኣግራብ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምክልኻል ይከኣል ። ኣግራብ ከይ... | ተጠቃማይ ሃፍቲታት ተፈጥሮ መን እዩ? | {
"text": [
"ሰብ"
],
"answer_start": [
1072
]
} | exact | |
tigqa-005-02 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ኣብ ባህላዊመጓዓዝያ ዘገልግላ እንስሳታት መን መን እየን? | {
"text": [
"ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል"
],
"answer_start": [
13
]
} | exact | |
tigqa-005-03 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ባህላዊመጓዓዝያ እንታይ እንታይ የጓዓዕዝ? | {
"text": [
"ናውቲ ወይ ሰባት"
],
"answer_start": [
116
]
} | exact | |
tigqa-005-04 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ግደባህላዊመጓዓዝያታትዕዙዝ ዝኾነሉ ኣበይ እዩ? | {
"text": [
"ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት"
],
"answer_start": [
159
]
} | exact | |
tigqa-005-06 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ኣብሃገርናኣዝዩልዑልግልጋሎትዝህቡ ዓይነት መጓዓዝያታት ኣየኖት እዮም? | {
"text": [
"ባህላዊ መጓዓዝያታት"
],
"answer_start": [
194
]
} | exact | |
tigqa-005-07 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ገባራትሕርሻዊስራሕቲንምስላጥባህላዊመጓዓዝያታትዝጥቀሙ ኣበየኖት ከባብታት እዮም? | {
"text": [
"ፅርጊያ ኣብ ዘይብሎም ቁሸታት"
],
"answer_start": [
330
]
} | exact | |
tigqa-005-08 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ገባራት፣ ፍርያትሕርሻካብገፀርናብከተማ ብምንታይ የጓዓዕዙ? | {
"text": [
"ባህላዊ መጓዓዝያታት"
],
"answer_start": [
194
]
} | exact | |
tigqa-005-09 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ገባራት፣ ካብ ከተማ ናብ ገፀር እንታይ ይወስዱ? | {
"text": [
"ዘበናዊ ድኹዒን ካልኦት ኣድለይቲ ኣቑሑ ን"
],
"answer_start": [
455
]
} | exact | |
tigqa-005-10 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ኣብደጉዓታትኢትዮጵያዝነብሩብቐንዲ ንመጓዓዝያ ዝጥቀሙለን እንስሳት ኣየኖት እየን? | {
"text": [
"ፈረስ ፣ ኣድጊን በቕሊን"
],
"answer_start": [
581
]
} | exact | |
tigqa-005-11 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | እኹልቀረብታክሲንኣውቶብስንኣብዘይብለንከተማታትና ፈረስ እንታይ የገልግል? | {
"text": [
"ብመልክዕ ጋሪ"
],
"answer_start": [
654
]
} | exact | |
tigqa-005-12 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ኣብክልላትዓፋር፣ሃረሪ፣ሶማሊን ገባራት ብቐንዲ ዝጥቀሙሉ እንስሳ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ግመል"
],
"answer_start": [
36
]
} | exact | |
tigqa-005-13 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | ግመል እንታይ እዩ ዝፃወር? | {
"text": [
"ዋሕዲ ማይን ሙቐትን"
],
"answer_start": [
764
]
} | exact | |
tigqa-005-14 | ባህላዊመጓዓዝያ | ባህላዊ መጓዓዝያ ብ ኣድጊ ፣ ብ በቕሊ፣ ብ ፈረስ ፣ ብ ግመል፣ብ ሰብ፣ ወዘተ. ፍርያትን ሰባትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝጓዓዙሉ ሜላ መራኸቢ እዩ ። ባህላዊ መጓዓዝያ ሕብረተሰብ ብልማድ ናውቲ ወይ ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምጉዕዓዝ ዝጥቀሙሎም እዮም ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ንምጥቃም ኣብ ዘፀግሙ ቦታታት ግደ ባህላዊ መጓዓዝያታት ዕዙዝ እዩ ። ኮይኑ ግና ባህላዊ መጓዓዝያታት ዝንጉዓትን ቀልጢፎም ዝደኽሙን እዮም ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብዙሕ ንብረት ኣይሽከሙን ። ባህላዊ መጓዓዝያታት ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ልዑል ግል... | መርከብ በረኻ ዝበሃል እንስሳ ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"ግመል"
],
"answer_start": [
36
]
} | exact | |
tigqa-006-01 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ዘበናዊመጓዓዝያኣብክንደይዓበይቲክፍሊታትይምቀል? | {
"text": [
"ሰለስተ"
],
"answer_start": [
14
]
} | exact | |
tigqa-006-02 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ብዘይ መጓዓዝያመሬትንመጓዓዝያኣየርን፣ ኣየናይመጓዓዝያ እዩ ዘበናዊ ዝበሃል? | {
"text": [
"መጓዓዝያ ማይ"
],
"answer_start": [
69
]
} | exact | |
tigqa-006-04 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ሕድሕድዓይነትመጓዓዝያ ነናይባዕሉዝኾነ እንታይ ኣለዎ? | {
"text": [
"ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን"
],
"answer_start": [
169
]
} | exact | |
tigqa-006-05 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ዘበናዊመጓዓዝያታትብመንፅርመጠንዘጓዓዕዙዎኣቑሑንብምንታይን ነንባዕሎምምንፅፃርይከኣል? | {
"text": [
"መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን"
],
"answer_start": [
210
]
} | exact | |
tigqa-006-06 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | መጓዓዝያምድሪ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ"
],
"answer_start": [
272
]
} | exact | |
tigqa-006-07 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | መጓዓዝያምድሪ ብምንታይ ይመላለስ? | {
"text": [
"ኣስፋልት ፣ፀፀርን ሃዲድን"
],
"answer_start": [
363
]
} | exact | |
tigqa-006-08 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | መንገዲ ባቡር እንታይ ይበሃል? | {
"text": [
"ሃዲድ"
],
"answer_start": [
375
]
} | exact | |
tigqa-006-09 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | መንገዲ ባቡር ካብ ምንታይ ይስራሕ? | {
"text": [
"ካብ ብረት"
],
"answer_start": [
419
]
} | exact | |
tigqa-006-10 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ካብ መጓዓዝያታትምድርን መጓዓዝያታትኣየርን፣ ዋግኡ ዝሓሰረ ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"መጓዓዝያ ምድሪ"
],
"answer_start": [
262
]
} | exact | |
tigqa-006-11 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ብታንኳን ብጃልባን ዝግበር ምጉዕዓዝ እንታይ ይበሃል? | {
"text": [
"መጓዓዝያ ማይ"
],
"answer_start": [
69
]
} | exact | |
tigqa-006-12 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ብብዙሕ ንብረትን ሰብን ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ ዘገልግል ብምንታይ ዝግበር ጉዕዞ እዩ? | {
"text": [
"ብመርከብ"
],
"answer_start": [
575
]
} | exact | |
tigqa-006-13 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ብቕልጣፍኡ ዝተሓተ መጓዓዝያ ማይ ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"መርከብ"
],
"answer_start": [
576
]
} | exact | |
tigqa-006-14 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ብዙሕንብረትንሰብንካብሃገርናብሃገር ዘጓዓዕዝ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"መርከብ"
],
"answer_start": [
576
]
} | exact | |
tigqa-006-15 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | መርከብ ክንደይ ሰብ ትፅዕን? | {
"text": [
"200"
],
"answer_start": [
718
]
} | exact | |
tigqa-006-18 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ብመኪናንብመርከብንመዓልቲታትንሰሙናትን ዝወስድ፣ ብነፋሪት ክንደይ ይወስድ? | {
"text": [
"ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት"
],
"answer_start": [
847
]
} | exact | |
tigqa-006-19 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | ልዑል ዋጋ ዝሓትት ኣየናይ ዓይነት መጓዓዝያ እዩ? | {
"text": [
"ብነፋሪት"
],
"answer_start": [
838
]
} | exact | |
tigqa-006-20 | ዘበናዊመጓዓዝያ | ዘበናዊ መጓዓዝያ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ክፍሊታት ይምቀል ። ንሳቶም እውን መጓዓዝያ መሬት ፣ መጓዓዝያ ኣየርን መጓዓዝያ ማይን ይበሃሉ ። እዞም መጓዓዝያታት ካብ ባህላዊ መጓዓዝያ ዝቐልጠፉን ብዙሕ ንብረት ዝሽከሙን እዮም ። ሕድ ሕድ ዓይነት መጓዓዝያ ነናይ ባዕሉ ዝኾነ ምዕቡል ጎኒን ድሩትነትን ኣለዎ ። ዘበናዊ መጓዓዝያታት ብመንፅር መጠን ዘጓዓዕዙዎ ኣቑሑ ፣ ዝውድኣሎም ግዘን ዋጋን ነንባዕሎም ምንፅፃር ይከኣል ። መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና ፣ ብሞተርሳይክል ፣ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ና... | መጓዓዝያኣየርዝሽከሞዓቐንንብረትንሰብን ምስ መርከብ እንትነፃፀር ከመይ እዩ? | {
"text": [
"ትሑት"
],
"answer_start": [
967
]
} | exact | |
tigqa-007-01 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ መን ይበሃሉ? | {
"text": [
"ጀማል መስዑድ"
],
"answer_start": [
49
]
} | exact | |
tigqa-007-02 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ዘረባይ ብምንታይ ክጅምር በሉ? | {
"text": [
"ብሕቶ"
],
"answer_start": [
103
]
} | exact | |
tigqa-007-03 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ሕቶ ኮማንደር ጀማል እንታይ ዝብል ነበረ? | {
"text": [
"ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ?"
],
"answer_start": [
112
]
} | exact | |
tigqa-007-05 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ካብቦታናብቦታዝግበርዝኾነዓይነትምንቅስቓስእንታይይበሃል? | {
"text": [
"ትራፊክ"
],
"answer_start": [
87
]
} | exact | |
tigqa-007-07 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ኢሉ ዝሓተተ መን እዩ? | {
"text": [
"ናይ ክልተ ዓመታት"
],
"answer_start": [
499
]
} | exact | |
tigqa-007-08 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ናይ ክንደይ ዓመታት ሓደጋ ትራፊክ እዮም ከም ኣብነት ኣቕሪቦም? | {
"text": [
"ብ2003 ዓ.ም"
],
"answer_start": [
517
]
} | exact | |
tigqa-007-09 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | 858 ወገናትሓደጋትራፊክዘጋጠሞም መዓስ እዩ? | {
"text": [
"180"
],
"answer_start": [
564
]
} | exact | |
tigqa-007-10 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ሓደጋትራፊክ ካብ ዘጋጠሞም 834 ወገናት ክንደይ ሞይቶም? | {
"text": [
"11,539, 112.00 ብር"
],
"answer_start": [
645
]
} | exact | |
tigqa-007-11 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ብ2004 ዓ.ም. ክንደይ ብርዘውፅእንብረትዓንዩ? | {
"text": [
"ቀንዲ መንቀሊ ሓደጋ ትራፊክ እንታይ እዩ ?"
],
"answer_start": [
836
]
} | exact | |
tigqa-007-13 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | መንቀሊሓደጋትራፊክእንታይእዩ? | {
"text": [
"ብወገን ዘወርቲ ፣ ኣጋር ቀዲሙ ንኽሰግር ዘይምግባርን ብናህሪ ምዝዋርን"
],
"answer_start": [
907
]
} | exact | |
tigqa-007-14 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ብወገንዘወርቲጐሊሆምዝረአዩፀገማት እንታይ እንታይእዮም? | {
"text": [
"ብፀጋማይ መስመር ዘይምጓዓዝ ፣ ብመስገሪ ወይ ውርውራይ መንገዲ ዘይምስጋር"
],
"answer_start": [
1052
]
} | exact | |
tigqa-007-15 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ብወገንኣጋራት ዝረአዩፀገማት እንታይ እንታይእዮም? | {
"text": [
"ኣጋራት"
],
"answer_start": [
887
]
} | exact | |
tigqa-007-17 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ሓደጋትራፊክከመይገይርናንከላኸሎ? | {
"text": [
"ታት ትራፊክ ብምኽባር"
],
"answer_start": [
1186
]
} | fuzzy | |
tigqa-007-18 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ኢሉ ዝሓተተ መን እዩ? | {
"text": [
"ኣብ ፅርግያ ዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር"
],
"answer_start": [
1210
]
} | exact | |
tigqa-007-19 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ሓደጋትራፊክከመይገይርናንከላኸሎ? | {
"text": [
"ስለ ዘዳመፅኩምኒ"
],
"answer_start": [
1293
]
} | exact | |
tigqa-007-20 | ሓደጋትራፊክ | ኮማንደር ጀማል ፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም ። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ ? ተምሃራይ ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ። ኮማንደር ጀማል ፦ ፅቡቕ ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓ... | ብምንታይ ኢና ካብሓደጋክንዕቀብንኽእል? | {
"text": [
"ሓደጋ ትራፊክ"
],
"answer_start": [
83
]
} | fuzzy | |
tigqa-008-01 | ምድግጋፍንሓባራዊረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ ፣ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍን መሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ ። እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበል... | እናተሓጋገዙብሓባርክነብሩ ዝወሰኑ እንመን እዮም? | {
"text": [
"ኣንጭዋ ፣ ዒፍን ከልቢን"
],
"answer_start": [
8
]
} | exact | |
tigqa-008-02 | ምድግጋፍንሓባራዊረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ ፣ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍን መሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ ። እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበል... | እንታይ ድሕሪ ምግባር እዮም ሰስርሖምብግቡእእናፈፀሙምንባር ዝጀመሩ? | {
"text": [
"መቐሎ ዕዮ"
],
"answer_start": [
48
]
} | exact | |
tigqa-008-03 | ምድግጋፍንሓባራዊረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ ፣ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍን መሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ ። እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበል... | ስራሕ ዒፍ እንታይ ነበረ? | {
"text": [
"ዕንፀይቲ ምእራይ"
],
"answer_start": [
108
]
} | exact | |
tigqa-008-04 | ምድግጋፍንሓባራዊረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ ፣ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍን መሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ ። እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበል... | ምግቢ ምብሳል ብፅሒት መን ነበረ? | {
"text": [
"ከልቢ"
],
"answer_start": [
19
]
} | exact |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.