id stringlengths 18 18 | module stringclasses 1
value | title stringclasses 86
values | context stringclasses 247
values | question stringlengths 9 88 | answers dict | span_answers dict | answer_type listlengths 1 1 | needs_review bool 2
classes |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
tigqa-e-train-0001 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ ዘበናዊ መራኸቢ እዩ። በዚ ዓይነት መጓዓዝያ ኣብ ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን ብዙሓት ሰባትን ኣቚሑን ይጓዓዓዙሉ ። ሃዲድ ባቡር እትጓዓዘሉ ካብ ብረት ዝተሰርሐ መንገዲ እዩ። ባቡር ብዙሕ ተሳፋራይን ከቢድ ሸኽሚን ንምጉዕዓዝ ይጠቅም። መጓዓዝያታት ምድሪ ምስ መጓዓዝያታት ኣየር እንትነፃፀሩ ብዙሕ ንብረት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ብዝሓሰረ ዋጋ የጓዓዕዙ። | መጓዓዝያ ምድሪ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ"
],
"answer_start": [
10
]
} | {
"text": [
"ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ"
],
"answer_start": [
10
]
} | [
"orthographic_variant"
] | false |
tigqa-e-train-0002 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ ዘበናዊ መራኸቢ እዩ። በዚ ዓይነት መጓዓዝያ ኣብ ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን ብዙሓት ሰባትን ኣቚሑን ይጓዓዓዙሉ ። ሃዲድ ባቡር እትጓዓዘሉ ካብ ብረት ዝተሰርሐ መንገዲ እዩ። ባቡር ብዙሕ ተሳፋራይን ከቢድ ሸኽሚን ንምጉዕዓዝ ይጠቅም። መጓዓዝያታት ምድሪ ምስ መጓዓዝያታት ኣየር እንትነፃፀሩ ብዙሕ ንብረት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ብዝሓሰረ ዋጋ የጓዓዕዙ። | መጓዓዝያ ምድሪ ብምንታይ ይመላለስ? | {
"text": [
"ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን"
],
"answer_start": [
100
]
} | {
"text": [
"ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን"
],
"answer_start": [
100
]
} | [
"orthographic_variant"
] | false |
tigqa-e-train-0003 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ ዘበናዊ መራኸቢ እዩ። በዚ ዓይነት መጓዓዝያ ኣብ ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን ብዙሓት ሰባትን ኣቚሑን ይጓዓዓዙሉ ። ሃዲድ ባቡር እትጓዓዘሉ ካብ ብረት ዝተሰርሐ መንገዲ እዩ። ባቡር ብዙሕ ተሳፋራይን ከቢድ ሸኽሚን ንምጉዕዓዝ ይጠቅም። መጓዓዝያታት ምድሪ ምስ መጓዓዝያታት ኣየር እንትነፃፀሩ ብዙሕ ንብረት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ብዝሓሰረ ዋጋ የጓዓዕዙ። | መንገዲ ባቡር እንታይ ይበሃል? | {
"text": [
"ሃዲድ"
],
"answer_start": [
141
]
} | {
"text": [
"ሃዲድ"
],
"answer_start": [
141
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0004 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ ዘበናዊ መራኸቢ እዩ። በዚ ዓይነት መጓዓዝያ ኣብ ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን ብዙሓት ሰባትን ኣቚሑን ይጓዓዓዙሉ ። ሃዲድ ባቡር እትጓዓዘሉ ካብ ብረት ዝተሰርሐ መንገዲ እዩ። ባቡር ብዙሕ ተሳፋራይን ከቢድ ሸኽሚን ንምጉዕዓዝ ይጠቅም። መጓዓዝያታት ምድሪ ምስ መጓዓዝያታት ኣየር እንትነፃፀሩ ብዙሕ ንብረት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ብዝሓሰረ ዋጋ የጓዓዕዙ። | መንገዲ ባቡር ካብ ምንታይ ይስራሕ? | {
"text": [
"ካብ ብረት"
],
"answer_start": [
156
]
} | {
"text": [
"ካብ ብረት"
],
"answer_start": [
156
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0005 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ምድሪ ብመኪና፣ ብሞተር ሳይክል፣ ብብሽክለታን ብባቡርን ሰባትን ኣቚሑን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዘመላልስ ዘበናዊ መራኸቢ እዩ። በዚ ዓይነት መጓዓዝያ ኣብ ኣስፋልት፣ ፀፀርን ሃዲድን ብዙሓት ሰባትን ኣቚሑን ይጓዓዓዙሉ ። ሃዲድ ባቡር እትጓዓዘሉ ካብ ብረት ዝተሰርሐ መንገዲ እዩ። ባቡር ብዙሕ ተሳፋራይን ከቢድ ሸኽሚን ንምጉዕዓዝ ይጠቅም። መጓዓዝያታት ምድሪ ምስ መጓዓዝያታት ኣየር እንትነፃፀሩ ብዙሕ ንብረት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ብዝሓሰረ ዋጋ የጓዓዕዙ። | ካብ መጓዓዝያታት ምድርን መጓዓዝያታት ኣየርን፣ ዋግኡ ዝሓሰረ ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"መጓዓዝያ ምድሪ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"መጓዓዝያ ምድሪ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0006 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ማይ ብታንኳ፣ ብጃልባን ብመርከብን ንዝግበር ጉዕዞ የመልክት። ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ መብዛሕትኡ እዋን ብዙሕ ንብረትን ሰብን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ የገልግል። ብቕልጣፈ እንትረአ ግና ካብቶም ካልኦት ዝተሓተ እዩ። | ብታንኳን ብጃልባን ዝግበር ምጉዕዓዝ እንታይ ይ በሃል? | {
"text": [
"መጓዓዝያ ማይ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"መጓዓዝያ ማይ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0007 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ማይ ብታንኳ፣ ብጃልባን ብመርከብን ንዝግበር ጉዕዞ የመልክት። ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ መብዛሕትኡ እዋን ብዙሕ ንብረትን ሰብን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ የገልግል። ብቕልጣፈ እንትረአ ግና ካብቶም ካልኦት ዝተሓተ እዩ። | ብዙሕ ንብረት ንሰብን ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ ዘገልግል ብምንታይ ዝግበር ጉዕዞ እዩ? | {
"text": [
"ብመርከብ"
],
"answer_start": [
45
]
} | {
"text": [
"ብመርከብ"
],
"answer_start": [
45
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0008 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ማይ ብታንኳ፣ ብጃልባን ብመርከብን ንዝግበር ጉዕዞ የመልክት። ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ መብዛሕትኡ እዋን ብዙሕ ንብረትን ሰብን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ የገልግል። ብቕልጣፈ እንትረአ ግና ካብቶም ካልኦት ዝተሓተ እዩ። | ብቕልጣፍኡ ዝተሓተ መጓዓዝያ ማይ ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"መርከብ"
],
"answer_start": [
22
]
} | {
"text": [
"መርከብ"
],
"answer_start": [
22
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0009 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ማይ ብታንኳ፣ ብጃልባን ብመርከብን ንዝግበር ጉዕዞ የመልክት። ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ መብዛሕትኡ እዋን ብዙሕ ንብረትን ሰብን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ የገልግል። ብቕልጣፈ እንትረአ ግና ካብቶም ካልኦት ዝተሓተ እዩ። | ብዙሕ ንብረትን ሰብን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ዘጓዓዕዝ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ"
],
"answer_start": [
45
]
} | {
"text": [
"ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ"
],
"answer_start": [
45
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0010 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ማይ ብታንኳ፣ ብጃልባን ብመርከብን ንዝግበር ጉዕዞ የመልክት። ብመርከብ ዝግበር ጉዕዞ መብዛሕትኡ እዋን ብዙሕ ንብረትን ሰብን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብዝሓሰረ ዋጋ ንምጉዕዓዝ የገልግል። ብቕልጣፈ እንትረአ ግና ካብቶም ካልኦት ዝተሓተ እዩ። | መርከብ ክንደይ ሰብ ትፅዕን? | {
"text": [
"ብዙሕ ንብረትን ሰብን"
],
"answer_start": [
71
]
} | {
"text": [
"ብዙሕ ንብረትን ሰብን"
],
"answer_start": [
71
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0011 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ኣየር ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን ዝግበር ጉዕዞ እዩ። እዚ እቶም ካብ ኩሎም ዓይነታት መጓዓዝያ ዝቀልጠፉ እዮም። ብመኪናን ብመርከብን ንመዓልቲታትን ሰሙናትን ዝወስድ ጉዕዞ ብነፋሪት ግና ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት ይሽፈን። እዚ ዓይነት መጓዓዝያ ልዑል ዋጋ ይሓትት። ብመርከብ ምስ ዝግበር ምጉዕዓዝ ንብረትን ሰብን እንትነፃፀር ግና መጓዓዝያ ኣየር ዝሽከሞ ዓቐንን ብረትን ሰብን ትሑት እዩ። | መጓዓዝያ ኣየር ብምንታይ ዝግበር ጉዕዞ እዩ? | {
"text": [
"ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን"
],
"answer_start": [
10
]
} | {
"text": [
"ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን"
],
"answer_start": [
10
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0012 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ኣየር ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን ዝግበር ጉዕዞ እዩ። እዚ እቶም ካብ ኩሎም ዓይነታት መጓዓዝያ ዝቀልጠፉ እዮም። ብመኪናን ብመርከብን ንመዓልቲታትን ሰሙናትን ዝወስድ ጉዕዞ ብነፋሪት ግና ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት ይሽፈን። እዚ ዓይነት መጓዓዝያ ልዑል ዋጋ ይሓትት። ብመርከብ ምስ ዝግበር ምጉዕዓዝ ንብረትን ሰብን እንትነፃፀር ግና መጓዓዝያ ኣየር ዝሽከሞ ዓቐንን ብረትን ሰብን ትሑት እዩ። | ካብ ኩሎም ዓይነታት መጓዓዝያ ዝቀልጠፉ ኣየኖት እዮም? | {
"text": [
"ኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን"
],
"answer_start": [
11
]
} | {
"text": [
"ኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን"
],
"answer_start": [
11
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0013 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ኣየር ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን ዝግበር ጉዕዞ እዩ። እዚ እቶም ካብ ኩሎም ዓይነታት መጓዓዝያ ዝቀልጠፉ እዮም። ብመኪናን ብመርከብን ንመዓልቲታትን ሰሙናትን ዝወስድ ጉዕዞ ብነፋሪት ግና ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት ይሽፈን። እዚ ዓይነት መጓዓዝያ ልዑል ዋጋ ይሓትት። ብመርከብ ምስ ዝግበር ምጉዕዓዝ ንብረትን ሰብን እንትነፃፀር ግና መጓዓዝያ ኣየር ዝሽከሞ ዓቐንን ብረትን ሰብን ትሑት እዩ። | ብመኪናን ብመርከብን መዓልቲታትን ሰሙናትን ዝወስድ፣ ብነፋሪት ክንደይ ይወስድ? | {
"text": [
"ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት"
],
"answer_start": [
124
]
} | {
"text": [
"ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት"
],
"answer_start": [
124
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0014 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ኣየር ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን ዝግበር ጉዕዞ እዩ። እዚ እቶም ካብ ኩሎም ዓይነታት መጓዓዝያ ዝቀልጠፉ እዮም። ብመኪናን ብመርከብን ንመዓልቲታትን ሰሙናትን ዝወስድ ጉዕዞ ብነፋሪት ግና ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት ይሽፈን። እዚ ዓይነት መጓዓዝያ ልዑል ዋጋ ይሓትት። ብመርከብ ምስ ዝግበር ምጉዕዓዝ ንብረትን ሰብን እንትነፃፀር ግና መጓዓዝያ ኣየር ዝሽከሞ ዓቐንን ብረትን ሰብን ትሑት እዩ። | ልዑል ዋጋ ዝሓትት ኣየናይ ዓይነት መጓዓዝያ እዩ? | {
"text": [
"ብነፋሪት"
],
"answer_start": [
115
]
} | {
"text": [
"ብነፋሪት"
],
"answer_start": [
115
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0015 | TIGQA-E | ዘበናዊ መጓዓዝያ | መጓዓዝያ ኣየር ብኣውሮፕላንን ብሄሊኮፕተርን ዝግበር ጉዕዞ እዩ። እዚ እቶም ካብ ኩሎም ዓይነታት መጓዓዝያ ዝቀልጠፉ እዮም። ብመኪናን ብመርከብን ንመዓልቲታትን ሰሙናትን ዝወስድ ጉዕዞ ብነፋሪት ግና ብደቓይቕ ወይ ብሰዓታት ይሽፈን። እዚ ዓይነት መጓዓዝያ ልዑል ዋጋ ይሓትት። ብመርከብ ምስ ዝግበር ምጉዕዓዝ ንብረትን ሰብን እንትነፃፀር ግና መጓዓዝያ ኣየር ዝሽከሞ ዓቐንን ብረትን ሰብን ትሑት እዩ። | መጓዓዝያ ኣየር ዝሽከሞ ዓቐን ንብረትን ሰብን ምስ መርከብ እንትነፃፀር ከመይ እዩ? | {
"text": [
"ትሑት"
],
"answer_start": [
242
]
} | {
"text": [
"ትሑት"
],
"answer_start": [
242
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0016 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ኮማንደር ጀማል፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ? ተምሃራይ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ።
ኮማንደር ጀማል፦ ፅቡቕ! ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓዓዝያን ዝገብ... | ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ መን ይበሃሉ? | {
"text": [
"ጀማል መስዑድ"
],
"answer_start": [
46
]
} | {
"text": [
"ጀማል መስዑድ"
],
"answer_start": [
46
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0017 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ኮማንደር ጀማል፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ? ተምሃራይ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ።
ኮማንደር ጀማል፦ ፅቡቕ! ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓዓዝያን ዝገብ... | ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ዘረባይ ብምንታይ ክጅምር በሉ? | {
"text": [
"ብሕቶ"
],
"answer_start": [
99
]
} | {
"text": [
"ብሕቶ"
],
"answer_start": [
99
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0018 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ኮማንደር ጀማል፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ? ተምሃራይ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ።
ኮማንደር ጀማል፦ ፅቡቕ! ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓዓዝያን ዝገብ... | ሕቶ ኮማንደር ጀማል እንታይ ዝብል ነበረ? | {
"text": [
"ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ?"
],
"answer_start": [
108
]
} | {
"text": [
"ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ?"
],
"answer_start": [
108
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0019 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ኮማንደር ጀማል፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ? ተምሃራይ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ።
ኮማንደር ጀማል፦ ፅቡቕ! ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓዓዝያን ዝገብ... | ንሕቶ ኮማንደር ጀማል መን መልሲ ሃበ? | {
"text": [
"ተምሃራይ"
],
"answer_start": [
126
]
} | {
"text": [
"ተምሃራይ"
],
"answer_start": [
126
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0020 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ኮማንደር ጀማል፦ ዝኸበርኩም ተምሃሮ፣ ፈለማ ብዛዕባይ ክነግረኩም። ስመይ ጀማል መስዑድ ይበሃል ። ኣብ ከተማና ሓላፊ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ እየ። እምበኣር ብሕቶ ክጅምር ትራፊክ እንታይ ማለት እዩ? ተምሃራይ፦ ኣብ ፅርግያ ደው ኢሉ ንመኻይን ዝቆፃፀር ሰብ እዩ ።
ኮማንደር ጀማል፦ ፅቡቕ! ኣነ ፖሊስ ትራፊክ እየ። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ ትራፊክ ይበሃል ። እቲ ምንቅስቓስ ብሰብ፣ ብእንስሳት ወይ ድማ ብመሳርሒታት መጓዓዝያ ዝፍፀም ክኸውን ይኽእል ። እቲ ሰብ ንመጓዓዝያን ዝገብ... | ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ምንቅስቓስ እንታይ ይበሃል? | {
"text": [
"ትራፊክ"
],
"answer_start": [
232
]
} | {
"text": [
"ትራፊክ"
],
"answer_start": [
232
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0021 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃሪት ፦ ኣብ ክልልና ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠመ ዕንወት ክሳብ ክንደየናይ እዩ?
ኮማንደር ጀማል ፦ ኣብ ትግራይ በብዓመቱ ብዝሓት ሓደጋታት የጋጥሙ እዮም። ንኣብነት ናይ ክልተ ዓመታት ንርአ። ብ2003 ዓ.ም. 858 ወገናትና ሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢሙዎም። ካብዚኦም 180 ሞይቶም፤ 390 ንከቢድ ጉድኣት ኣካል ተቓሊዖም። እቶም ዝተረፉ 288 ድማ ቀሊል ጉድኣት ኣጋጢሙዎም። ብ2004 ዓ.ም. 11,539,112.00 ብር ዘውፅእ ንብረት ዓንዩ። ኣብ ህይወት ሰብ እንትንርኢ 834 ወገናት ንሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢ... | ኣብ ክልልና ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠመ ዕንወት ክሳብ ክንደየናይ እዩ? ኢሉ ዝሓተተ መን እዩ? | {
"text": [
"ተምሃሪት"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ተምሃሪት"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0022 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃሪት ፦ ኣብ ክልልና ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠመ ዕንወት ክሳብ ክንደየናይ እዩ?
ኮማንደር ጀማል ፦ ኣብ ትግራይ በብዓመቱ ብዝሓት ሓደጋታት የጋጥሙ እዮም። ንኣብነት ናይ ክልተ ዓመታት ንርአ። ብ2003 ዓ.ም. 858 ወገናትና ሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢሙዎም። ካብዚኦም 180 ሞይቶም፤ 390 ንከቢድ ጉድኣት ኣካል ተቓሊዖም። እቶም ዝተረፉ 288 ድማ ቀሊል ጉድኣት ኣጋጢሙዎም። ብ2004 ዓ.ም. 11,539,112.00 ብር ዘውፅእ ንብረት ዓንዩ። ኣብ ህይወት ሰብ እንትንርኢ 834 ወገናት ንሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢ... | ናይ ክንደይ ዓመታት ሓደጋ ትራፊክ እዮም ከም ኣብነት ኣቕሪቦም? | {
"text": [
"ናይ ክልተ ዓመታት"
],
"answer_start": [
108
]
} | {
"text": [
"ናይ ክልተ ዓመታት"
],
"answer_start": [
108
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0023 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃሪት ፦ ኣብ ክልልና ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠመ ዕንወት ክሳብ ክንደየናይ እዩ?
ኮማንደር ጀማል ፦ ኣብ ትግራይ በብዓመቱ ብዝሓት ሓደጋታት የጋጥሙ እዮም። ንኣብነት ናይ ክልተ ዓመታት ንርአ። ብ2003 ዓ.ም. 858 ወገናትና ሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢሙዎም። ካብዚኦም 180 ሞይቶም፤ 390 ንከቢድ ጉድኣት ኣካል ተቓሊዖም። እቶም ዝተረፉ 288 ድማ ቀሊል ጉድኣት ኣጋጢሙዎም። ብ2004 ዓ.ም. 11,539,112.00 ብር ዘውፅእ ንብረት ዓንዩ። ኣብ ህይወት ሰብ እንትንርኢ 834 ወገናት ንሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢ... | 858 ወገናት ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠሞም መዓስ እዩ? | {
"text": [
"ብ2003 ዓ.ም"
],
"answer_start": [
125
]
} | {
"text": [
"ብ2003 ዓ.ም"
],
"answer_start": [
125
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0024 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃሪት ፦ ኣብ ክልልና ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠመ ዕንወት ክሳብ ክንደየናይ እዩ?
ኮማንደር ጀማል ፦ ኣብ ትግራይ በብዓመቱ ብዝሓት ሓደጋታት የጋጥሙ እዮም። ንኣብነት ናይ ክልተ ዓመታት ንርአ። ብ2003 ዓ.ም. 858 ወገናትና ሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢሙዎም። ካብዚኦም 180 ሞይቶም፤ 390 ንከቢድ ጉድኣት ኣካል ተቓሊዖም። እቶም ዝተረፉ 288 ድማ ቀሊል ጉድኣት ኣጋጢሙዎም። ብ2004 ዓ.ም. 11,539,112.00 ብር ዘውፅእ ንብረት ዓንዩ። ኣብ ህይወት ሰብ እንትንርኢ 834 ወገናት ንሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢ... | ሓደጋ ትራፊክ ካብ ዘጋጠሞም 834 ወገናት ክንደይ ሞይቶም? | {
"text": [
"217"
],
"answer_start": [
331
]
} | {
"text": [
"217"
],
"answer_start": [
331
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0025 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃሪት ፦ ኣብ ክልልና ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ዘጋጠመ ዕንወት ክሳብ ክንደየናይ እዩ?
ኮማንደር ጀማል ፦ ኣብ ትግራይ በብዓመቱ ብዝሓት ሓደጋታት የጋጥሙ እዮም። ንኣብነት ናይ ክልተ ዓመታት ንርአ። ብ2003 ዓ.ም. 858 ወገናትና ሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢሙዎም። ካብዚኦም 180 ሞይቶም፤ 390 ንከቢድ ጉድኣት ኣካል ተቓሊዖም። እቶም ዝተረፉ 288 ድማ ቀሊል ጉድኣት ኣጋጢሙዎም። ብ2004 ዓ.ም. 11,539,112.00 ብር ዘውፅእ ንብረት ዓንዩ። ኣብ ህይወት ሰብ እንትንርኢ 834 ወገናት ንሓደጋ ትራፊክ ኣጋጢ... | ብ2004 ዓ.ም. ክንደይ ብር ዘውፅእ ንብረት ዓንዩ? | {
"text": [
"11,539,112.00 ብር"
],
"answer_start": [
248
]
} | {
"text": [
"11,539,112.00 ብር"
],
"answer_start": [
248
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0026 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃራይ፦ ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ?
ኮማንደር ጀማል፦ ግርም! ብሓፈሻ እቶም ዝጠቐስኩዎም ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር። ንኣብነት፣ ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር፣ ውርውራይ መንገዲ ምጥቃምን ብካልኦትን ካብ ሓደጋ ክንዕቀብ ንኽእል ኢና። ስለ ዘዳመፅኩምኒ ኣዝየ የመስግን። | ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ? ኢሉ ዝሓተተ መን እዩ? | {
"text": [
"ተምሃራይ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ተምሃራይ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0027 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃራይ፦ ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ?
ኮማንደር ጀማል፦ ግርም! ብሓፈሻ እቶም ዝጠቐስኩዎም ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር። ንኣብነት፣ ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር፣ ውርውራይ መንገዲ ምጥቃምን ብካልኦትን ካብ ሓደጋ ክንዕቀብ ንኽእል ኢና። ስለ ዘዳመፅኩምኒ ኣዝየ የመስግን። | ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ? | {
"text": [
"ኣብ ፅርግያ ዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር"
],
"answer_start": [
89
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0028 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃራይ፦ ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ?
ኮማንደር ጀማል፦ ግርም! ብሓፈሻ እቶም ዝጠቐስኩዎም ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር። ንኣብነት፣ ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር፣ ውርውራይ መንገዲ ምጥቃምን ብካልኦትን ካብ ሓደጋ ክንዕቀብ ንኽእል ኢና። ስለ ዘዳመፅኩምኒ ኣዝየ የመስግን። | ብምንታይ ኢና ካብ ሓደጋ ክንዕቀብ ንኽእል? | {
"text": [
"ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር"
],
"answer_start": [
65
]
} | {
"text": [
"ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር"
],
"answer_start": [
65
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0029 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃራይ፦ ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ?
ኮማንደር ጀማል፦ ግርም! ብሓፈሻ እቶም ዝጠቐስኩዎም ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር። ንኣብነት፣ ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር፣ ውርውራይ መንገዲ ምጥቃምን ብካልኦትን ካብ ሓደጋ ክንዕቀብ ንኽእል ኢና። ስለ ዘዳመፅኩምኒ ኣዝየ የመስግን። | እንታይ ስለ ዝገበርኩሙለይ ኣዝየ የመስግን እዮም ዝበሉ ኮማንደር ጀማል? | {
"text": [
"ስለ ዘዳመፅኩምኒ"
],
"answer_start": [
171
]
} | {
"text": [
"ስለ ዘዳመፅኩምኒ"
],
"answer_start": [
171
]
} | [
"orthographic_variant"
] | false |
tigqa-e-train-0030 | TIGQA-E | ሓደጋ ትራፊክ | ተምሃራይ፦ ሓደጋ ትራፊክ ከመይ ገይርና ንከላኸሎ?
ኮማንደር ጀማል፦ ግርም! ብሓፈሻ እቶም ዝጠቐስኩዎም ሕጊታት ትራፊክ ብምኽባር። ንኣብነት፣ ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት፣ የማን ፀጋም ርእይኻ ምስጋር፣ ውርውራይ መንገዲ ምጥቃምን ብካልኦትን ካብ ሓደጋ ክንዕቀብ ንኽእል ኢና። ስለ ዘዳመፅኩምኒ ኣዝየ የመስግን። | ኣብ ፅርግያ ብዘይምፅዋት ካብ እንታይ ክንዕቀብ ንኽእል? | {
"text": [
"ሓደጋ ትራፊክ"
],
"answer_start": [
7
]
} | {
"text": [
"ሓደጋ ትራፊክ"
],
"answer_start": [
7
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0031 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ፣ ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍ ንመሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ። | እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ዝወሰኑ እንመን እዮም? | {
"text": [
"ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን"
],
"answer_start": [
8
]
} | {
"text": [
"ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን"
],
"answer_start": [
8
]
} | [
"orthographic_variant"
] | false |
tigqa-e-train-0032 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ፣ ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍ ንመሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ። | እንታይ ድሕሪ ምግባር እዮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ዝጀመሩ? | {
"text": [
"መቐሎ ዕዮ"
],
"answer_start": [
47
]
} | {
"text": [
"መቐሎ ዕዮ"
],
"answer_start": [
47
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0033 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ፣ ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍ ንመሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ። | ስራሕ ዒፍ እንታይ ነበረ? | {
"text": [
"ዕንፀይቲ ምእራይ"
],
"answer_start": [
106
]
} | {
"text": [
"ዕንፀይቲ ምእራይ"
],
"answer_start": [
106
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0034 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ፣ ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍ ንመሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ። | ምግቢ ምብሳል ብፅሒት መን ነበረ? | {
"text": [
"ከልቢ"
],
"answer_start": [
139
]
} | {
"text": [
"ከልቢ"
],
"answer_start": [
139
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0035 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ቀደም ቀደም ኣንጭዋ፣ ዒፍን ከልቢን እናተሓጋገዙ ብሓባር ክነብሩ ወሰኑ ። መቐሎ ዕዮ ገይሮም ሰስርሖም ብግቡእ እናፈፀሙ ምንባር ጀመሩ። ሃፍቶም ድማ እናበርከተ መፀ ። ዕንፀይቲ ምእራይ ስራሕ ዒፍ፣ ምግቢ ምብሳል ብፅሒት ከልቢ፣ ማይ ምምፃእን ሓዊ ምንዳድን ድማ ግደ ኣንጭዋ ነበረ። ብኸምዚ እናሰርሑ እናሃለዉ ሓደ እዋን ዒፍ ንመሓዛኣ ዒፍ ረኸበታ። ተሓጋጊዝካ ምስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ገለፀትላ ። ብተወሳኺ ሰለስቲኦም ብሓባር ብዛዕባ ዘፍረዩዎ ሃፍቲ ብኹርዓት ነገረታ። | መን እያ ተሓጋጊዝካም ስራሕ ፅቡቕ ምዃኑ ዝገለፀት? | {
"text": [
"ዒፍ"
],
"answer_start": [
121
]
} | {
"text": [
"ዒፍ"
],
"answer_start": [
121
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0036 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበልኪ ዓሻ ኢኺ” በለታ። እታ ምስ ከልቢን ኣንጭዋን እትነብር ዒፍ፣ “ከመይ?” ኢላ ሓተተት ። “ንሳቶም ቀቀሊሉ እናሰርሑ የዕሽዉኺ ኣለዉ!” በለታ። ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት እታ ዒፍ ብዛዕባ ዝተነገራ ክትሓስብ ጀመረት ። ኢላ ኢላ ሓደ መዓልቲ፣ “ናብ ዱር ኣይከድን ።” በለት። እንታይ ከም ዝኾነት እንተሓተቱዋ፣ “ክሳብ ሎሚ ናታትኩም መገልገሊት ኮይነ ክሰርሕ ፀኒሐ ኣለኹ ። ኣዐሺኹምኒ ። ሕዚ ግን ለውጢ ክግበር ኣለዎ!” በለት። | “ከመይ ዝበልኪ ዓሻ ኢኺ” ዝበለት መን እያ? | {
"text": [
"ካሊእ ዒፍ"
],
"answer_start": [
3
]
} | {
"text": [
"ካሊእ ዒፍ"
],
"answer_start": [
3
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0037 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበልኪ ዓሻ ኢኺ” በለታ። እታ ምስ ከልቢን ኣንጭዋን እትነብር ዒፍ፣ “ከመይ?” ኢላ ሓተተት ። “ንሳቶም ቀቀሊሉ እናሰርሑ የዕሽዉኺ ኣለዉ!” በለታ። ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት እታ ዒፍ ብዛዕባ ዝተነገራ ክትሓስብ ጀመረት ። ኢላ ኢላ ሓደ መዓልቲ፣ “ናብ ዱር ኣይከድን ።” በለት። እንታይ ከም ዝኾነት እንተሓተቱዋ፣ “ክሳብ ሎሚ ናታትኩም መገልገሊት ኮይነ ክሰርሕ ፀኒሐ ኣለኹ ። ኣዐሺኹምኒ ። ሕዚ ግን ለውጢ ክግበር ኣለዎ!” በለት። | “ንሳቶም ቀቀሊሉ እናሰርሑ” ክትብል ከላ ንሳቶም መን እዮም? | {
"text": [
"ከልብን ኣንጭዋን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ከልቢን ኣንጭዋን"
],
"answer_start": [
41
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0038 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበልኪ ዓሻ ኢኺ” በለታ። እታ ምስ ከልቢን ኣንጭዋን እትነብር ዒፍ፣ “ከመይ?” ኢላ ሓተተት ። “ንሳቶም ቀቀሊሉ እናሰርሑ የዕሽዉኺ ኣለዉ!” በለታ። ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት እታ ዒፍ ብዛዕባ ዝተነገራ ክትሓስብ ጀመረት ። ኢላ ኢላ ሓደ መዓልቲ፣ “ናብ ዱር ኣይከድን ።” በለት። እንታይ ከም ዝኾነት እንተሓተቱዋ፣ “ክሳብ ሎሚ ናታትኩም መገልገሊት ኮይነ ክሰርሕ ፀኒሐ ኣለኹ ። ኣዐሺኹምኒ ። ሕዚ ግን ለውጢ ክግበር ኣለዎ!” በለት። | እታ ዒፍ ብዛዕባ ዝተነገራ ክትሓስብ ዝጀመረት መዓስ እዩ? | {
"text": [
"ድሕሪ ሒደት መዓልትታት"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት"
],
"answer_start": [
113
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0039 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበልኪ ዓሻ ኢኺ” በለታ። እታ ምስ ከልቢን ኣንጭዋን እትነብር ዒፍ፣ “ከመይ?” ኢላ ሓተተት ። “ንሳቶም ቀቀሊሉ እናሰርሑ የዕሽዉኺ ኣለዉ!” በለታ። ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት እታ ዒፍ ብዛዕባ ዝተነገራ ክትሓስብ ጀመረት ። ኢላ ኢላ ሓደ መዓልቲ፣ “ናብ ዱር ኣይከድን ።” በለት። እንታይ ከም ዝኾነት እንተሓተቱዋ፣ “ክሳብ ሎሚ ናታትኩም መገልገሊት ኮይነ ክሰርሕ ፀኒሐ ኣለኹ ። ኣዐሺኹምኒ ። ሕዚ ግን ለውጢ ክግበር ኣለዎ!” በለት። | ኢላ ኢላ ሓደ መዓልቲ፣ እንታይ በለት? | {
"text": [
"ናብ ዱር ኣይከድን"
],
"answer_start": [
174
]
} | {
"text": [
"ናብ ዱር ኣይከድን"
],
"answer_start": [
174
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0040 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | እታ ካሊእ ዒፍ ግና “ከመይ ዝበልኪ ዓሻ ኢኺ” በለታ። እታ ምስ ከልቢን ኣንጭዋን እትነብር ዒፍ፣ “ከመይ?” ኢላ ሓተተት ። “ንሳቶም ቀቀሊሉ እናሰርሑ የዕሽዉኺ ኣለዉ!” በለታ። ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት እታ ዒፍ ብዛዕባ ዝተነገራ ክትሓስብ ጀመረት ። ኢላ ኢላ ሓደ መዓልቲ፣ “ናብ ዱር ኣይከድን ።” በለት። እንታይ ከም ዝኾነት እንተሓተቱዋ፣ “ክሳብ ሎሚ ናታትኩም መገልገሊት ኮይነ ክሰርሕ ፀኒሐ ኣለኹ ። ኣዐሺኹምኒ ። ሕዚ ግን ለውጢ ክግበር ኣለዎ!” በለት። | ክሳብ ሎሚ ናታትኩም እንታይ ኮይነ ክሰርሕ ፀኒሐ እያ ዝበለት? | {
"text": [
"መገልገሊት"
],
"answer_start": [
230
]
} | {
"text": [
"መገልገሊት"
],
"answer_start": [
230
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0041 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ኣንጭዋን ከልቢን ከም ዘይቕበሉዎ ገለፁ። ድሕሪ ነዊሕ ክትዕ ግና ዒፍ ብዝበለቶ ተሰማዕምዑ ። ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ለውጢ ከልቢ ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ፣ ኣንጭዋ ምግቢ ክትሰርሕ፣ ዒፍ ድማ ማይ ክተቕርብ ወሲኖም ነናብ ስርሖም ተዋፈሩ ። ኣብ ቐፃሊ መዓልቲ ምግቢ ደንጐየ ። ከልቢ ዕንፀይቲ ከምፅእ እዩ እንተተብሃለ ጠፍአ ። ስለዚ ዒፍ ደሃይ ከልቢ ንምፍላጥ ክትእልሾ ከደት ። ከልቢ ዝገብሮ ጠፊኡዎ ኮፍ ኢሉ ረኸበቶ ። ዒፍ ሓሪቓ ነቲ ከልቢ ጌገኛ ምዃኑ ነገረቶ። | እንመን እዮም ዒፍ ብዝበለቶ ዝተሰማዕምዑ ? | {
"text": [
"ኣንጭዋን ከልብን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ኣንጭዋን ከልቢን"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0042 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ኣንጭዋን ከልቢን ከም ዘይቕበሉዎ ገለፁ። ድሕሪ ነዊሕ ክትዕ ግና ዒፍ ብዝበለቶ ተሰማዕምዑ ። ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ለውጢ ከልቢ ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ፣ ኣንጭዋ ምግቢ ክትሰርሕ፣ ዒፍ ድማ ማይ ክተቕርብ ወሲኖም ነናብ ስርሖም ተዋፈሩ ። ኣብ ቐፃሊ መዓልቲ ምግቢ ደንጐየ ። ከልቢ ዕንፀይቲ ከምፅእ እዩ እንተተብሃለ ጠፍአ ። ስለዚ ዒፍ ደሃይ ከልቢ ንምፍላጥ ክትእልሾ ከደት ። ከልቢ ዝገብሮ ጠፊኡዎ ኮፍ ኢሉ ረኸበቶ ። ዒፍ ሓሪቓ ነቲ ከልቢ ጌገኛ ምዃኑ ነገረቶ። | ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ለውጢ ከልቢ እንታይ ሰርሐ? | {
"text": [
"ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ"
],
"answer_start": [
80
]
} | {
"text": [
"ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ"
],
"answer_start": [
80
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0043 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ኣንጭዋን ከልቢን ከም ዘይቕበሉዎ ገለፁ። ድሕሪ ነዊሕ ክትዕ ግና ዒፍ ብዝበለቶ ተሰማዕምዑ ። ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ለውጢ ከልቢ ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ፣ ኣንጭዋ ምግቢ ክትሰርሕ፣ ዒፍ ድማ ማይ ክተቕርብ ወሲኖም ነናብ ስርሖም ተዋፈሩ ። ኣብ ቐፃሊ መዓልቲ ምግቢ ደንጐየ ። ከልቢ ዕንፀይቲ ከምፅእ እዩ እንተተብሃለ ጠፍአ ። ስለዚ ዒፍ ደሃይ ከልቢ ንምፍላጥ ክትእልሾ ከደት ። ከልቢ ዝገብሮ ጠፊኡዎ ኮፍ ኢሉ ረኸበቶ ። ዒፍ ሓሪቓ ነቲ ከልቢ ጌገኛ ምዃኑ ነገረቶ። | መን እዩ ማይ ከምፅእ ተዋፊሩ? | {
"text": [
"ዒፍ"
],
"answer_start": [
116
]
} | {
"text": [
"ዒፍ"
],
"answer_start": [
116
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0044 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ኣንጭዋን ከልቢን ከም ዘይቕበሉዎ ገለፁ። ድሕሪ ነዊሕ ክትዕ ግና ዒፍ ብዝበለቶ ተሰማዕምዑ ። ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ለውጢ ከልቢ ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ፣ ኣንጭዋ ምግቢ ክትሰርሕ፣ ዒፍ ድማ ማይ ክተቕርብ ወሲኖም ነናብ ስርሖም ተዋፈሩ ። ኣብ ቐፃሊ መዓልቲ ምግቢ ደንጐየ ። ከልቢ ዕንፀይቲ ከምፅእ እዩ እንተተብሃለ ጠፍአ ። ስለዚ ዒፍ ደሃይ ከልቢ ንምፍላጥ ክትእልሾ ከደት ። ከልቢ ዝገብሮ ጠፊኡዎ ኮፍ ኢሉ ረኸበቶ ። ዒፍ ሓሪቓ ነቲ ከልቢ ጌገኛ ምዃኑ ነገረቶ። | ኣብ ቐፃሊ መዓልቲ እንታይ ደንጐየ? | {
"text": [
"ምግቢ"
],
"answer_start": [
164
]
} | {
"text": [
"ምግቢ"
],
"answer_start": [
164
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0045 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ኣንጭዋን ከልቢን ከም ዘይቕበሉዎ ገለፁ። ድሕሪ ነዊሕ ክትዕ ግና ዒፍ ብዝበለቶ ተሰማዕምዑ ። ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ለውጢ ከልቢ ዱር እናኸደ ዕንፀይቲ ከምፅእ፣ ኣንጭዋ ምግቢ ክትሰርሕ፣ ዒፍ ድማ ማይ ክተቕርብ ወሲኖም ነናብ ስርሖም ተዋፈሩ ። ኣብ ቐፃሊ መዓልቲ ምግቢ ደንጐየ ። ከልቢ ዕንፀይቲ ከምፅእ እዩ እንተተብሃለ ጠፍአ ። ስለዚ ዒፍ ደሃይ ከልቢ ንምፍላጥ ክትእልሾ ከደት ። ከልቢ ዝገብሮ ጠፊኡዎ ኮፍ ኢሉ ረኸበቶ ። ዒፍ ሓሪቓ ነቲ ከልቢ ጌገኛ ምዃኑ ነገረቶ። | ከልቢ እንታይ ክገብር ረኸበቶ? | {
"text": [
"ዝገብሮ ጠፊእዎ ኮፍ ኢሉ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ዝገብሮ ጠፊኡዎ ኮፍ ኢሉ"
],
"answer_start": [
244
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0046 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ከልቢ ግና “እንታይ ‘ሞ ክገብር! ኣብዘይ ሞያይ ኣትየ!” ኢሉ መጐተ።
ዒፍ ሓዚና ናብ ገዝኣ ተመሊሳ ዝረኣየቶ ኩሉ ንኣንጭዋ ነገረታ። ኣብቲ እዋን ኣንጭዋ ፀብሒ እንትተሕብር ኢዳ ተለብለበት ። ዒፍ ድማ ማይ ሒዛ ክትምለስ መገለል ካብ እግራ መሊቑ ናብ ጉድጓድ ኣተወ። ካሊእ መዓልቲ ሰለስቲኦም ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም ዘተዩ ። ዒፍ ይቕረታ ሓተተት። ኣብ መወዳእታ ሕድሕዶም ብናይ ቀደም ስርሖም ተመሊሶም ቀሲኖም ምንባር ቀፀሉ ይበሃል። | መን እዩ ኣብ ዘይሞያይ ኣትየ ዝበለ? | {
"text": [
"ከልቢ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ከልቢ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0047 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ከልቢ ግና “እንታይ ‘ሞ ክገብር! ኣብዘይ ሞያይ ኣትየ!” ኢሉ መጐተ።
ዒፍ ሓዚና ናብ ገዝኣ ተመሊሳ ዝረኣየቶ ኩሉ ንኣንጭዋ ነገረታ። ኣብቲ እዋን ኣንጭዋ ፀብሒ እንትተሕብር ኢዳ ተለብለበት ። ዒፍ ድማ ማይ ሒዛ ክትምለስ መገለል ካብ እግራ መሊቑ ናብ ጉድጓድ ኣተወ። ካሊእ መዓልቲ ሰለስቲኦም ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም ዘተዩ ። ዒፍ ይቕረታ ሓተተት። ኣብ መወዳእታ ሕድሕዶም ብናይ ቀደም ስርሖም ተመሊሶም ቀሲኖም ምንባር ቀፀሉ ይበሃል። | ዒፍ ዝረኣየቶ ኩሉ ንመን ነገረታ? | {
"text": [
"ንኣንጭዋ"
],
"answer_start": [
73
]
} | {
"text": [
"ንኣንጭዋ"
],
"answer_start": [
73
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0048 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ከልቢ ግና “እንታይ ‘ሞ ክገብር! ኣብዘይ ሞያይ ኣትየ!” ኢሉ መጐተ።
ዒፍ ሓዚና ናብ ገዝኣ ተመሊሳ ዝረኣየቶ ኩሉ ንኣንጭዋ ነገረታ። ኣብቲ እዋን ኣንጭዋ ፀብሒ እንትተሕብር ኢዳ ተለብለበት ። ዒፍ ድማ ማይ ሒዛ ክትምለስ መገለል ካብ እግራ መሊቑ ናብ ጉድጓድ ኣተወ። ካሊእ መዓልቲ ሰለስቲኦም ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም ዘተዩ ። ዒፍ ይቕረታ ሓተተት። ኣብ መወዳእታ ሕድሕዶም ብናይ ቀደም ስርሖም ተመሊሶም ቀሲኖም ምንባር ቀፀሉ ይበሃል። | ኣንጭዋ እንታይ ክትገብር ኢዳ ተለብለበት? | {
"text": [
"ፀብሒ እንትተሕብር"
],
"answer_start": [
98
]
} | {
"text": [
"ፀብሒ እንትተሕብር"
],
"answer_start": [
98
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0049 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ከልቢ ግና “እንታይ ‘ሞ ክገብር! ኣብዘይ ሞያይ ኣትየ!” ኢሉ መጐተ።
ዒፍ ሓዚና ናብ ገዝኣ ተመሊሳ ዝረኣየቶ ኩሉ ንኣንጭዋ ነገረታ። ኣብቲ እዋን ኣንጭዋ ፀብሒ እንትተሕብር ኢዳ ተለብለበት ። ዒፍ ድማ ማይ ሒዛ ክትምለስ መገለል ካብ እግራ መሊቑ ናብ ጉድጓድ ኣተወ። ካሊእ መዓልቲ ሰለስቲኦም ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም ዘተዩ ። ዒፍ ይቕረታ ሓተተት። ኣብ መወዳእታ ሕድሕዶም ብናይ ቀደም ስርሖም ተመሊሶም ቀሲኖም ምንባር ቀፀሉ ይበሃል። | መገለል ካብ እግሪ ዒፍ ሞሊቑ ናብ እንታይ ኣተወ? | {
"text": [
"ናብ ጉድጓድ"
],
"answer_start": [
156
]
} | {
"text": [
"ናብ ጉድጓድ"
],
"answer_start": [
156
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0050 | TIGQA-E | ምድግጋፍ ንሓባራዊ ረብሓ | ከልቢ ግና “እንታይ ‘ሞ ክገብር! ኣብዘይ ሞያይ ኣትየ!” ኢሉ መጐተ።
ዒፍ ሓዚና ናብ ገዝኣ ተመሊሳ ዝረኣየቶ ኩሉ ንኣንጭዋ ነገረታ። ኣብቲ እዋን ኣንጭዋ ፀብሒ እንትተሕብር ኢዳ ተለብለበት ። ዒፍ ድማ ማይ ሒዛ ክትምለስ መገለል ካብ እግራ መሊቑ ናብ ጉድጓድ ኣተወ። ካሊእ መዓልቲ ሰለስቲኦም ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም ዘተዩ ። ዒፍ ይቕረታ ሓተተት። ኣብ መወዳእታ ሕድሕዶም ብናይ ቀደም ስርሖም ተመሊሶም ቀሲኖም ምንባር ቀፀሉ ይበሃል። | ሰለስቲኦም ብዛዕባ እንታይ ዘተዩ? | {
"text": [
"ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም"
],
"answer_start": [
185
]
} | {
"text": [
"ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፀገም"
],
"answer_start": [
185
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0051 | TIGQA-E | ለባም ጐረቤት | ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት እዩ ። ኣይተ ሓገዞም ካብ ስራሕ ተፈደሱ ። ኣብ መንገዶም ካብ ዝነበረ ድንኳን ኣራንሺን ሙዝን ዓዲጎም ናብ ገዝኦም እናኸዱ “ደሓን’ዶ ውዒልካ ሓገዞም” ዝብል ሰላምታ ጐረቤቶም ኣይተ በርሀ ሰምዑ። “እግዚኣብሄር ይመስገን ሓገዞም! ናበይ ደኣ ትኸይድ ኣለኻ? ሕዚ ናብ ገዛ ዝእተዎ እዋን ዶ ኣይኮነን እዩ?” ኢሎም ሓተቱ ። “ኣታ ሓገዞም! ከም ደርሆ ዶ ብሕዚኡ ክንሰፍር ኢልካና? ሓደ ክልተ ክንብል እምበር እእ.. እንታይ ኢኻኸ ቀንጠ መንጢ ምንጥልጣል ትፈቱ?” “ንደቀይ ዝኸውን ኣራንሺ... | ኣይተ ሓገዞም ሰዓት ከንደይ ካብስራሕ ተፈደሱ? | {
"text": [
"ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0052 | TIGQA-E | ለባም ጐረቤት | ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት እዩ ። ኣይተ ሓገዞም ካብ ስራሕ ተፈደሱ ። ኣብ መንገዶም ካብ ዝነበረ ድንኳን ኣራንሺን ሙዝን ዓዲጎም ናብ ገዝኦም እናኸዱ “ደሓን’ዶ ውዒልካ ሓገዞም” ዝብል ሰላምታ ጐረቤቶም ኣይተ በርሀ ሰምዑ። “እግዚኣብሄር ይመስገን ሓገዞም! ናበይ ደኣ ትኸይድ ኣለኻ? ሕዚ ናብ ገዛ ዝእተዎ እዋን ዶ ኣይኮነን እዩ?” ኢሎም ሓተቱ ። “ኣታ ሓገዞም! ከም ደርሆ ዶ ብሕዚኡ ክንሰፍር ኢልካና? ሓደ ክልተ ክንብል እምበር እእ.. እንታይ ኢኻኸ ቀንጠ መንጢ ምንጥልጣል ትፈቱ?” “ንደቀይ ዝኸውን ኣራንሺ... | ናብ ገዝኦም እናኸዱ “ደሓን’ዶው ዒልካሓ ገዞም” ዝብል ናይ መን ድምፂ ሰምዑ? | {
"text": [
"ኣራንሺን ሙዝን"
],
"answer_start": [
64
]
} | {
"text": [
"ኣራንሺን ሙዝን"
],
"answer_start": [
64
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0053 | TIGQA-E | ለባም ጐረቤት | ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት እዩ ። ኣይተ ሓገዞም ካብ ስራሕ ተፈደሱ ። ኣብ መንገዶም ካብ ዝነበረ ድንኳን ኣራንሺን ሙዝን ዓዲጎም ናብ ገዝኦም እናኸዱ “ደሓን’ዶ ውዒልካ ሓገዞም” ዝብል ሰላምታ ጐረቤቶም ኣይተ በርሀ ሰምዑ። “እግዚኣብሄር ይመስገን ሓገዞም! ናበይ ደኣ ትኸይድ ኣለኻ? ሕዚ ናብ ገዛ ዝእተዎ እዋን ዶ ኣይኮነን እዩ?” ኢሎም ሓተቱ ። “ኣታ ሓገዞም! ከም ደርሆ ዶ ብሕዚኡ ክንሰፍር ኢልካና? ሓደ ክልተ ክንብል እምበር እእ.. እንታይ ኢኻኸ ቀንጠ መንጢ ምንጥልጣል ትፈቱ?” “ንደቀይ ዝኸውን ኣራንሺ... | ሓደ ክልተ ክንብል እምበር ዝበለ መን እዩ? | {
"text": [
"ኣይተ በርሀ"
],
"answer_start": [
125
]
} | {
"text": [
"ኣይተ በርሀ"
],
"answer_start": [
125
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0054 | TIGQA-E | ለባም ጐረቤት | ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት እዩ ። ኣይተ ሓገዞም ካብ ስራሕ ተፈደሱ ። ኣብ መንገዶም ካብ ዝነበረ ድንኳን ኣራንሺን ሙዝን ዓዲጎም ናብ ገዝኦም እናኸዱ “ደሓን’ዶ ውዒልካ ሓገዞም” ዝብል ሰላምታ ጐረቤቶም ኣይተ በርሀ ሰምዑ። “እግዚኣብሄር ይመስገን ሓገዞም! ናበይ ደኣ ትኸይድ ኣለኻ? ሕዚ ናብ ገዛ ዝእተዎ እዋን ዶ ኣይኮነን እዩ?” ኢሎም ሓተቱ ። “ኣታ ሓገዞም! ከም ደርሆ ዶ ብሕዚኡ ክንሰፍር ኢልካና? ሓደ ክልተ ክንብል እምበር እእ.. እንታይ ኢኻኸ ቀንጠ መንጢ ምንጥልጣል ትፈቱ?” “ንደቀይ ዝኸውን ኣራንሺ... | እዮም ዝበሉ ኣይተ በርሀ? | {
"text": [
"ኣይተ በርሀ"
],
"answer_start": [
125
]
} | {
"text": [
"ኣይተ በርሀ"
],
"answer_start": [
125
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0055 | TIGQA-E | ለባም ጐረቤት | ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት እዩ ። ኣይተ ሓገዞም ካብ ስራሕ ተፈደሱ ። ኣብ መንገዶም ካብ ዝነበረ ድንኳን ኣራንሺን ሙዝን ዓዲጎም ናብ ገዝኦም እናኸዱ “ደሓን’ዶ ውዒልካ ሓገዞም” ዝብል ሰላምታ ጐረቤቶም ኣይተ በርሀ ሰምዑ። “እግዚኣብሄር ይመስገን ሓገዞም! ናበይ ደኣ ትኸይድ ኣለኻ? ሕዚ ናብ ገዛ ዝእተዎ እዋን ዶ ኣይኮነን እዩ?” ኢሎም ሓተቱ ። “ኣታ ሓገዞም! ከም ደርሆ ዶ ብሕዚኡ ክንሰፍር ኢልካና? ሓደ ክልተ ክንብል እምበር እእ.. እንታይ ኢኻኸ ቀንጠ መንጢ ምንጥልጣል ትፈቱ?” “ንደቀይ ዝኸውን ኣራንሺ... | ኣይተ ሓገዞም እቲ ዝዓደግዎ ፍረታት ንመን ከም ዝኾነ ገለጹ? | {
"text": [
"ንደቀይ"
],
"answer_start": [
306
]
} | {
"text": [
"ንደቀይ"
],
"answer_start": [
306
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0056 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ከመይ ሓዲርኪ ዛሓፍተይ?
ሸያጢት፡- እግዚኣብሄር ይመስገን።ከመይ ሓዲርካ?
ዓዳጊ፡- መዓር ኣለኪ ዶ? ሸያጢት፡- እወ! ቀይሕዶ ፃዕዳ?
ዓዳጊ፡- ፃዕዳ እየ ዝደሊ።ናይ ኣበይ እዩ ኸ?
ሸያጢት፡- ናይ ኣፅቢ እዩ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ? | ዓዳጊ ዘረብኡ እንታይ ኢሉ ጀመረ? | {
"text": [
"ከመይ ሓዲርኪ ዝሓፍተይ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ከመይ ሓዲርኪ ዛሓፍተይ"
],
"answer_start": [
6
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0057 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ከመይ ሓዲርኪ ዛሓፍተይ?
ሸያጢት፡- እግዚኣብሄር ይመስገን።ከመይ ሓዲርካ?
ዓዳጊ፡- መዓር ኣለኪ ዶ? ሸያጢት፡- እወ! ቀይሕዶ ፃዕዳ?
ዓዳጊ፡- ፃዕዳ እየ ዝደሊ።ናይ ኣበይ እዩ ኸ?
ሸያጢት፡- ናይ ኣፅቢ እዩ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ? | “እግዚኣብሄር ይመስገን።ከመይ ሓዲርካ?” ዝበለ መን እዩ? | {
"text": [
"ሸያጢት"
],
"answer_start": [
23
]
} | {
"text": [
"ሸያጢት"
],
"answer_start": [
23
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0058 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ከመይ ሓዲርኪ ዛሓፍተይ?
ሸያጢት፡- እግዚኣብሄር ይመስገን።ከመይ ሓዲርካ?
ዓዳጊ፡- መዓር ኣለኪ ዶ? ሸያጢት፡- እወ! ቀይሕዶ ፃዕዳ?
ዓዳጊ፡- ፃዕዳ እየ ዝደሊ።ናይ ኣበይ እዩ ኸ?
ሸያጢት፡- ናይ ኣፅቢ እዩ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ? | ድሕሪ ሰላምታ፣ ዓዳጊ እንታይ ሓተተ? | {
"text": [
"መዓር ኣለኪ ዶ"
],
"answer_start": [
60
]
} | {
"text": [
"መዓር ኣለኪ ዶ"
],
"answer_start": [
60
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0059 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ከመይ ሓዲርኪ ዛሓፍተይ?
ሸያጢት፡- እግዚኣብሄር ይመስገን።ከመይ ሓዲርካ?
ዓዳጊ፡- መዓር ኣለኪ ዶ? ሸያጢት፡- እወ! ቀይሕዶ ፃዕዳ?
ዓዳጊ፡- ፃዕዳ እየ ዝደሊ።ናይ ኣበይ እዩ ኸ?
ሸያጢት፡- ናይ ኣፅቢ እዩ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ? | ሸያጢት ክንደይ ዓይነት መዓር ኣለዋ? | {
"text": [
"ቀይሕን ፃዕዳን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0060 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ከመይ ሓዲርኪ ዛሓፍተይ?
ሸያጢት፡- እግዚኣብሄር ይመስገን።ከመይ ሓዲርካ?
ዓዳጊ፡- መዓር ኣለኪ ዶ? ሸያጢት፡- እወ! ቀይሕዶ ፃዕዳ?
ዓዳጊ፡- ፃዕዳ እየ ዝደሊ።ናይ ኣበይ እዩ ኸ?
ሸያጢት፡- ናይ ኣፅቢ እዩ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ? | ሸያጢት ዝሓዘቶ መዓር ናየበይ ዓዲ እዩ? | {
"text": [
"ናይ ኣፅቢ"
],
"answer_start": [
131
]
} | {
"text": [
"ናይ ኣፅቢ"
],
"answer_start": [
131
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0061 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ሓሙሽተ።ክንደይከ እዩ?
ሸያጢት፡- ንኪሎ 90 ቅርሺ እዩ።ሕሳር እዩ።
ዓዳጊ፡- ዝኸውን ንገርኒ። 70 ዶ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- ደሓን 85 ክገብረልካ።ፅቡቕ ዋጋ እዩ።
ዓዳጊ፡- ኣይ ከምኡ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- በቃ ዓሚል እንተኾንካና እምበር ኣይዋጉኡን። | ዓዳጊ ክንደይ ኪሎ መዓር እዩ ደልዩ? | {
"text": [
"ሓሙሽተ"
],
"answer_start": [
6
]
} | {
"text": [
"ሓሙሽተ"
],
"answer_start": [
6
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0062 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ሓሙሽተ።ክንደይከ እዩ?
ሸያጢት፡- ንኪሎ 90 ቅርሺ እዩ።ሕሳር እዩ።
ዓዳጊ፡- ዝኸውን ንገርኒ። 70 ዶ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- ደሓን 85 ክገብረልካ።ፅቡቕ ዋጋ እዩ።
ዓዳጊ፡- ኣይ ከምኡ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- በቃ ዓሚል እንተኾንካና እምበር ኣይዋጉኡን። | ሸያጢት፣ንሓደ ኪሎ መዓር ክንደይ ቅርሺ እዩ ኢላቶ? | {
"text": [
"90 ቅርሺ"
],
"answer_start": [
33
]
} | {
"text": [
"90 ቅርሺ"
],
"answer_start": [
33
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0063 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ሓሙሽተ።ክንደይከ እዩ?
ሸያጢት፡- ንኪሎ 90 ቅርሺ እዩ።ሕሳር እዩ።
ዓዳጊ፡- ዝኸውን ንገርኒ። 70 ዶ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- ደሓን 85 ክገብረልካ።ፅቡቕ ዋጋ እዩ።
ዓዳጊ፡- ኣይ ከምኡ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- በቃ ዓሚል እንተኾንካና እምበር ኣይዋጉኡን። | ዓዳጊ፣ ክንደይ ክወስዶ እዩ ዝበለ? | {
"text": [
"70 ቅርሺ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0064 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ሓሙሽተ።ክንደይከ እዩ?
ሸያጢት፡- ንኪሎ 90 ቅርሺ እዩ።ሕሳር እዩ።
ዓዳጊ፡- ዝኸውን ንገርኒ። 70 ዶ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- ደሓን 85 ክገብረልካ።ፅቡቕ ዋጋ እዩ።
ዓዳጊ፡- ኣይ ከምኡ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- በቃ ዓሚል እንተኾንካና እምበር ኣይዋጉኡን። | ሸያጢትከ ክንደይ ክገብረልካ እያ ዝበለቶ? | {
"text": [
"85"
],
"answer_start": [
90
]
} | {
"text": [
"85"
],
"answer_start": [
90
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0065 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ሓሙሽተ።ክንደይከ እዩ?
ሸያጢት፡- ንኪሎ 90 ቅርሺ እዩ።ሕሳር እዩ።
ዓዳጊ፡- ዝኸውን ንገርኒ። 70 ዶ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- ደሓን 85 ክገብረልካ።ፅቡቕ ዋጋ እዩ።
ዓዳጊ፡- ኣይ ከምኡ ክወስዶ?
ሸያጢት፡- በቃ ዓሚል እንተኾንካና እምበር ኣይዋጉኡን። | ሸያጢት “ደሓን 85 ክገብረልካ።” ምስበለቶ፣ ዓዳጊ ተሰማሚዑዶ? | {
"text": [
"እወ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0066 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ጠስሚኸ ከመይ እዩ?
ሸያጢት፡- ኣዝዩ ፅሩይ ጠስሚ ኣለኒ።
ዓዳጊ፡- ንኪሎ ክንደይ እዩ?
ሸያጢት፡- 120?
ዓዳጊ፡- ኣኽቢርክዮ! 100 ሃብኒ።
ሸያጢት፡- ሚኢቲ ወፅዓ እዩ፤ዘይተዓደገ! 110 ክህበካ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ?
ዓዳጊ፡- ሰለስተ።
ሸያጢት፡- ሕራይ።
ዓዳጊ፡- በሊ እንኪ! ጠቕላላ 660 ድዩ ዝኸውን ዘሎ?
ሸያጢት፡- እወ።የቐንየለይ።ይልመድካ! | ዓዳጊ ብዘይ መዓር ካልእ እንታይ ክዕድግ ሓተተ? | {
"text": [
"ጠስሚ"
],
"answer_start": [
6
]
} | {
"text": [
"ጠስሚ"
],
"answer_start": [
6
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0067 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ጠስሚኸ ከመይ እዩ?
ሸያጢት፡- ኣዝዩ ፅሩይ ጠስሚ ኣለኒ።
ዓዳጊ፡- ንኪሎ ክንደይ እዩ?
ሸያጢት፡- 120?
ዓዳጊ፡- ኣኽቢርክዮ! 100 ሃብኒ።
ሸያጢት፡- ሚኢቲ ወፅዓ እዩ፤ዘይተዓደገ! 110 ክህበካ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ?
ዓዳጊ፡- ሰለስተ።
ሸያጢት፡- ሕራይ።
ዓዳጊ፡- በሊ እንኪ! ጠቕላላ 660 ድዩ ዝኸውን ዘሎ?
ሸያጢት፡- እወ።የቐንየለይ።ይልመድካ! | ሸያጢት፣ ንሓደ ኪሎ ጠስሚ ክንደይ እዩ በለቶ? | {
"text": [
"120"
],
"answer_start": [
71
]
} | {
"text": [
"120"
],
"answer_start": [
71
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0068 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ጠስሚኸ ከመይ እዩ?
ሸያጢት፡- ኣዝዩ ፅሩይ ጠስሚ ኣለኒ።
ዓዳጊ፡- ንኪሎ ክንደይ እዩ?
ሸያጢት፡- 120?
ዓዳጊ፡- ኣኽቢርክዮ! 100 ሃብኒ።
ሸያጢት፡- ሚኢቲ ወፅዓ እዩ፤ዘይተዓደገ! 110 ክህበካ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ?
ዓዳጊ፡- ሰለስተ።
ሸያጢት፡- ሕራይ።
ዓዳጊ፡- በሊ እንኪ! ጠቕላላ 660 ድዩ ዝኸውን ዘሎ?
ሸያጢት፡- እወ።የቐንየለይ።ይልመድካ! | ሸያጢት 120 ምስበለቶ፣ ዓዳጊ እንታይ በለ? | {
"text": [
"ኣኽቢርክዮ"
],
"answer_start": [
82
]
} | {
"text": [
"ኣኽቢርክዮ"
],
"answer_start": [
82
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0069 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ጠስሚኸ ከመይ እዩ?
ሸያጢት፡- ኣዝዩ ፅሩይ ጠስሚ ኣለኒ።
ዓዳጊ፡- ንኪሎ ክንደይ እዩ?
ሸያጢት፡- 120?
ዓዳጊ፡- ኣኽቢርክዮ! 100 ሃብኒ።
ሸያጢት፡- ሚኢቲ ወፅዓ እዩ፤ዘይተዓደገ! 110 ክህበካ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ?
ዓዳጊ፡- ሰለስተ።
ሸያጢት፡- ሕራይ።
ዓዳጊ፡- በሊ እንኪ! ጠቕላላ 660 ድዩ ዝኸውን ዘሎ?
ሸያጢት፡- እወ።የቐንየለይ።ይልመድካ! | ዓዳጊ ሓሙሽተ ኪሎ እንታይ እዩ ዓዲጉ? | {
"text": [
"መዓር"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0070 | TIGQA-E | ዋጋ ዕዳጋ | ዓዳጊ፡- ጠስሚኸ ከመይ እዩ?
ሸያጢት፡- ኣዝዩ ፅሩይ ጠስሚ ኣለኒ።
ዓዳጊ፡- ንኪሎ ክንደይ እዩ?
ሸያጢት፡- 120?
ዓዳጊ፡- ኣኽቢርክዮ! 100 ሃብኒ።
ሸያጢት፡- ሚኢቲ ወፅዓ እዩ፤ዘይተዓደገ! 110 ክህበካ።ክንደይ ኪሎ ኢኻ ትደሊ?
ዓዳጊ፡- ሰለስተ።
ሸያጢት፡- ሕራይ።
ዓዳጊ፡- በሊ እንኪ! ጠቕላላ 660 ድዩ ዝኸውን ዘሎ?
ሸያጢት፡- እወ።የቐንየለይ።ይልመድካ! | ዓዳጊ ክንደይ ኪሎ ጠስሚ እዩ ገዚኡ? | {
"text": [
"ሰለስተ"
],
"answer_start": [
156
]
} | {
"text": [
"ሰለስተ"
],
"answer_start": [
156
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0071 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ኣብ ትግራይ ብቋንቋ ትግርኛ ንህዝቢ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣለዉ። እዞም መራኸብቲ ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን ይቐርቡ። ጋዜጣ ወይን በብክልተ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ዝተፈላለዩ ዓምዲታት ኣለዉዋ። ጋዜጣ ወይን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልልና፣ ሃገርናን ዓለምናን ዝለዓሉ ዛዕባታት እውን ተተኣናግድ። | ኣብ ትግራይ ብቋንቋ ትግርኛ ንህዝቢ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ዝተፈላለዩ እንታይ ኣለዉ? | {
"text": [
"መራኸብቲ ሓፋሽ"
],
"answer_start": [
42
]
} | {
"text": [
"መራኸብቲ ሓፋሽ"
],
"answer_start": [
42
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0072 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ኣብ ትግራይ ብቋንቋ ትግርኛ ንህዝቢ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣለዉ። እዞም መራኸብቲ ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን ይቐርቡ። ጋዜጣ ወይን በብክልተ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ዝተፈላለዩ ዓምዲታት ኣለዉዋ። ጋዜጣ ወይን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልልና፣ ሃገርናን ዓለምናን ዝለዓሉ ዛዕባታት እውን ተተኣናግድ። | ኣብ ትግራይ ዘለዉ መራኸብቲ ብምንታይን ብምንታይን እዮም ዝቐርቡ? | {
"text": [
"ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን"
],
"answer_start": [
67
]
} | {
"text": [
"ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን"
],
"answer_start": [
67
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0073 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ኣብ ትግራይ ብቋንቋ ትግርኛ ንህዝቢ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣለዉ። እዞም መራኸብቲ ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን ይቐርቡ። ጋዜጣ ወይን በብክልተ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ዝተፈላለዩ ዓምዲታት ኣለዉዋ። ጋዜጣ ወይን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልልና፣ ሃገርናን ዓለምናን ዝለዓሉ ዛዕባታት እውን ተተኣናግድ። | በብክልተ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ መን እያ? | {
"text": [
"ጋዜጣ ወይን"
],
"answer_start": [
90
]
} | {
"text": [
"ጋዜጣ ወይን"
],
"answer_start": [
90
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0074 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ኣብ ትግራይ ብቋንቋ ትግርኛ ንህዝቢ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣለዉ። እዞም መራኸብቲ ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን ይቐርቡ። ጋዜጣ ወይን በብክልተ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ዝተፈላለዩ ዓምዲታት ኣለዉዋ። ጋዜጣ ወይን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልልና፣ ሃገርናን ዓለምናን ዝለዓሉ ዛዕባታት እውን ተተኣናግድ። | ጋዜጣ ወይን ኣብ ከክንደይ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ እያ? | {
"text": [
"በብክልተ ሰሙን"
],
"answer_start": [
98
]
} | {
"text": [
"በብክልተ ሰሙን"
],
"answer_start": [
98
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0075 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ኣብ ትግራይ ብቋንቋ ትግርኛ ንህዝቢ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣለዉ። እዞም መራኸብቲ ብፅሑፍን ብኤሌክትሮኒክስን ይቐርቡ። ጋዜጣ ወይን በብክልተ ሰሙን እትሕተም ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ዝተፈላለዩ ዓምዲታት ኣለዉዋ። ጋዜጣ ወይን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልልና፣ ሃገርናን ዓለምናን ዝለዓሉ ዛዕባታት እውን ተተኣናግድ። | ጋዜጣ ወይን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልልና፣ሃገርናን ዓለምናን ዝለዓሉ እንታይ እያ ተተኣናግድ? | {
"text": [
"ዛዕባታት"
],
"answer_start": [
192
]
} | {
"text": [
"ዛዕባታት"
],
"answer_start": [
192
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0076 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብተመሳሳሊ ጋዜጣ መቓልሕ ትግራይ ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትንእቲ ክልል እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ከም ጠመተ ውሕስና ምግቢ፣ ከተማታትና፣ ደሃይ ወረዳታት፣ ልሳነ-ጥበብ፣ ሰገር ዶብ፣ እሂን ምሂንን መቓልሕ ስፖርትን ዝበሉ ዓምዲታት ይርከብዋ። ካብ ጋዜጣታት ብተወሳኺ መፅሄታት መቓልሕን ወይንን ይሕተማ እየን። መፅሄት መቓልሕ በብሰለስተ ወርሒ ትሕተም። መፅሄት ወይን ድማ ብፍሉይ ሕታም እያ እትዳሎ። ትዅረት እዚ መፅሄት ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት እዩ። ወረዳታት፣ ቢሮታት፣ ኣብያተ ፅሕፈትን ማሕ... | ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስቲን እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ መን እያ? | {
"text": [
"ጋዜጣ መቓልሕ"
],
"answer_start": [
7
]
} | {
"text": [
"ጋዜጣ መቓልሕ"
],
"answer_start": [
7
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0077 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብተመሳሳሊ ጋዜጣ መቓልሕ ትግራይ ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትንእቲ ክልል እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ከም ጠመተ ውሕስና ምግቢ፣ ከተማታትና፣ ደሃይ ወረዳታት፣ ልሳነ-ጥበብ፣ ሰገር ዶብ፣ እሂን ምሂንን መቓልሕ ስፖርትን ዝበሉ ዓምዲታት ይርከብዋ። ካብ ጋዜጣታት ብተወሳኺ መፅሄታት መቓልሕን ወይንን ይሕተማ እየን። መፅሄት መቓልሕ በብሰለስተ ወርሒ ትሕተም። መፅሄት ወይን ድማ ብፍሉይ ሕታም እያ እትዳሎ። ትዅረት እዚ መፅሄት ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት እዩ። ወረዳታት፣ ቢሮታት፣ ኣብያተ ፅሕፈትን ማሕ... | ጋዜጣ መቓልሕ ብመን እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ እያ? | {
"text": [
"ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ትግራይ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0078 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብተመሳሳሊ ጋዜጣ መቓልሕ ትግራይ ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትንእቲ ክልል እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ከም ጠመተ ውሕስና ምግቢ፣ ከተማታትና፣ ደሃይ ወረዳታት፣ ልሳነ-ጥበብ፣ ሰገር ዶብ፣ እሂን ምሂንን መቓልሕ ስፖርትን ዝበሉ ዓምዲታት ይርከብዋ። ካብ ጋዜጣታት ብተወሳኺ መፅሄታት መቓልሕን ወይንን ይሕተማ እየን። መፅሄት መቓልሕ በብሰለስተ ወርሒ ትሕተም። መፅሄት ወይን ድማ ብፍሉይ ሕታም እያ እትዳሎ። ትዅረት እዚ መፅሄት ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት እዩ። ወረዳታት፣ ቢሮታት፣ ኣብያተ ፅሕፈትን ማሕ... | ካብ ጋዜጣታት ብተወሳኺ እንታይ ዝበሃላ መፅሄታት እየን ዝሕተማ? | {
"text": [
"መፅሄታት መቓልሕን ወይንን"
],
"answer_start": [
179
]
} | {
"text": [
"መፅሄታት መቓልሕን ወይንን"
],
"answer_start": [
179
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0079 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብተመሳሳሊ ጋዜጣ መቓልሕ ትግራይ ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትንእቲ ክልል እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ከም ጠመተ ውሕስና ምግቢ፣ ከተማታትና፣ ደሃይ ወረዳታት፣ ልሳነ-ጥበብ፣ ሰገር ዶብ፣ እሂን ምሂንን መቓልሕ ስፖርትን ዝበሉ ዓምዲታት ይርከብዋ። ካብ ጋዜጣታት ብተወሳኺ መፅሄታት መቓልሕን ወይንን ይሕተማ እየን። መፅሄት መቓልሕ በብሰለስተ ወርሒ ትሕተም። መፅሄት ወይን ድማ ብፍሉይ ሕታም እያ እትዳሎ። ትዅረት እዚ መፅሄት ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት እዩ። ወረዳታት፣ ቢሮታት፣ ኣብያተ ፅሕፈትን ማሕ... | መፅሄት መቓልሕ በብ ክንደይ ወርሒ እያ ትሕተም? | {
"text": [
"በብሰለስተ ወርሒ"
],
"answer_start": [
216
]
} | {
"text": [
"በብሰለስተ ወርሒ"
],
"answer_start": [
216
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0080 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብተመሳሳሊ ጋዜጣ መቓልሕ ትግራይ ብቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትንእቲ ክልል እትዳሎ መንግስታዊ ጋዜጣ እያ። እዛ ጋዜጣ ከም ጠመተ ውሕስና ምግቢ፣ ከተማታትና፣ ደሃይ ወረዳታት፣ ልሳነ-ጥበብ፣ ሰገር ዶብ፣ እሂን ምሂንን መቓልሕ ስፖርትን ዝበሉ ዓምዲታት ይርከብዋ። ካብ ጋዜጣታት ብተወሳኺ መፅሄታት መቓልሕን ወይንን ይሕተማ እየን። መፅሄት መቓልሕ በብሰለስተ ወርሒ ትሕተም። መፅሄት ወይን ድማ ብፍሉይ ሕታም እያ እትዳሎ። ትዅረት እዚ መፅሄት ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት እዩ። ወረዳታት፣ ቢሮታት፣ ኣብያተ ፅሕፈትን ማሕ... | “ሓሪና” እትበሃል መፅሄት ብመን እያ ትሰናዳእ? | {
"text": [
"ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ማሕበር ደቂ ኣንስቲዮ"
],
"answer_start": [
389
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0081 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብመዳይ ኤልክትሮኒክስ ካብ ትግራይ ዝፍነዉ ትምህርቲ ብራድዮን ድምፂ ወያነን ይርከቡ። ቀንዲ ዕላማ ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ ትምህርታዊን መዘናግዒን ጉዳያት ምምሕልላፍ ኮይኑ ናይዚ ጣብያ ማእኸል ተምሃሮ እዮም። ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ መላእ ክልልናን ሃገርናን ሓሊፉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት እውን ተሰማዒነት ዘለዎ ራድዮ እዩ። እዚ ራድዮ ዝተፈላለዩ መደባት ኣለዉዎ። ቴለቭዥን ትግራይ እውን ምስሊን ድምፂን ኣዋዲዱ ዜና፣ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባዊ ጉዳያትን መዘናግዒታትን የመሓላልፍ እዩ። | ብመዳይ ኤልክትሮኒክስ ካብ ትግራይ ዝፍነዉ ኣየኖት ራድዮታት ይርከቡ? | {
"text": [
"ብራድዮን ድምፂ ወያነን"
],
"answer_start": [
33
]
} | {
"text": [
"ብራድዮን ድምፂ ወያነን"
],
"answer_start": [
33
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0082 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብመዳይ ኤልክትሮኒክስ ካብ ትግራይ ዝፍነዉ ትምህርቲ ብራድዮን ድምፂ ወያነን ይርከቡ። ቀንዲ ዕላማ ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ ትምህርታዊን መዘናግዒን ጉዳያት ምምሕልላፍ ኮይኑ ናይዚ ጣብያ ማእኸል ተምሃሮ እዮም። ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ መላእ ክልልናን ሃገርናን ሓሊፉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት እውን ተሰማዒነት ዘለዎ ራድዮ እዩ። እዚ ራድዮ ዝተፈላለዩ መደባት ኣለዉዎ። ቴለቭዥን ትግራይ እውን ምስሊን ድምፂን ኣዋዲዱ ዜና፣ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባዊ ጉዳያትን መዘናግዒታትን የመሓላልፍ እዩ። | ትምህርታዊን መዘናግዒን ጉዳያት ምምሕልላፍ ናይ ኣየናይ ራድዮ ቀንዲ ዕላማ እዩ? | {
"text": [
"ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ"
],
"answer_start": [
62
]
} | {
"text": [
"ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ"
],
"answer_start": [
62
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0083 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብመዳይ ኤልክትሮኒክስ ካብ ትግራይ ዝፍነዉ ትምህርቲ ብራድዮን ድምፂ ወያነን ይርከቡ። ቀንዲ ዕላማ ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ ትምህርታዊን መዘናግዒን ጉዳያት ምምሕልላፍ ኮይኑ ናይዚ ጣብያ ማእኸል ተምሃሮ እዮም። ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ መላእ ክልልናን ሃገርናን ሓሊፉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት እውን ተሰማዒነት ዘለዎ ራድዮ እዩ። እዚ ራድዮ ዝተፈላለዩ መደባት ኣለዉዎ። ቴለቭዥን ትግራይ እውን ምስሊን ድምፂን ኣዋዲዱ ዜና፣ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባዊ ጉዳያትን መዘናግዒታትን የመሓላልፍ እዩ። | ናይ ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ ማእኸል መን እዮም? | {
"text": [
"ተመሃሮ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0084 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብመዳይ ኤልክትሮኒክስ ካብ ትግራይ ዝፍነዉ ትምህርቲ ብራድዮን ድምፂ ወያነን ይርከቡ። ቀንዲ ዕላማ ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ ትምህርታዊን መዘናግዒን ጉዳያት ምምሕልላፍ ኮይኑ ናይዚ ጣብያ ማእኸል ተምሃሮ እዮም። ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ መላእ ክልልናን ሃገርናን ሓሊፉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት እውን ተሰማዒነት ዘለዎ ራድዮ እዩ። እዚ ራድዮ ዝተፈላለዩ መደባት ኣለዉዎ። ቴለቭዥን ትግራይ እውን ምስሊን ድምፂን ኣዋዲዱ ዜና፣ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባዊ ጉዳያትን መዘናግዒታትን የመሓላልፍ እዩ። | ካብ መላእ ክልልን ሃገርን ሓሊፉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት እውን ተሰማዒነት ዘለዎ ራድዮ ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"ድምፂ ወያነ ትግራይ"
],
"answer_start": [
131
]
} | {
"text": [
"ድምፂ ወያነ ትግራይ"
],
"answer_start": [
131
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0085 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ብመዳይ ኤልክትሮኒክስ ካብ ትግራይ ዝፍነዉ ትምህርቲ ብራድዮን ድምፂ ወያነን ይርከቡ። ቀንዲ ዕላማ ፈነወ ትምህርቲ ብራድዮ ትምህርታዊን መዘናግዒን ጉዳያት ምምሕልላፍ ኮይኑ ናይዚ ጣብያ ማእኸል ተምሃሮ እዮም። ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ መላእ ክልልናን ሃገርናን ሓሊፉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት እውን ተሰማዒነት ዘለዎ ራድዮ እዩ። እዚ ራድዮ ዝተፈላለዩ መደባት ኣለዉዎ። ቴለቭዥን ትግራይ እውን ምስሊን ድምፂን ኣዋዲዱ ዜና፣ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባዊ ጉዳያትን መዘናግዒታትን የመሓላልፍ እዩ። | ምስሊን ድምፂን ኣዋዲዱ ዘመሓላልፍ ቴለቭዥን ኣየናይ እዩ? | {
"text": [
"ቴሌቪዥን ትግራይ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0086 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ካብ መቐለ ዝፍነዉ ሰለስተ ኤፍኤም ራድዮታት እውን ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መራኸብቲ ሓፋሽ እዮም። እዚኣቶም ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምትሕልላፍ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም። ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት ብምዕዳም ምስ ሞየኦም ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ከመሓላልፉ ሰማዕቲ ድማ ክሳተፉ ዕድል ይፈጥሩ።
ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ በዞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ይፍነዉ እዮም። | ካብ መቐለ ዝፍነዉ ክንደይ ኤፍኤም ራድዮታት ኣለዉ? | {
"text": [
"ሰለስተ"
],
"answer_start": [
12
]
} | {
"text": [
"ሰለስተ"
],
"answer_start": [
12
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0087 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ካብ መቐለ ዝፍነዉ ሰለስተ ኤፍኤም ራድዮታት እውን ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መራኸብቲ ሓፋሽ እዮም። እዚኣቶም ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምትሕልላፍ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም። ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት ብምዕዳም ምስ ሞየኦም ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ከመሓላልፉ ሰማዕቲ ድማ ክሳተፉ ዕድል ይፈጥሩ።
ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ በዞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ይፍነዉ እዮም። | ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምትሕልላፍ ልዑል ኣበርክቶ ዘለዎም ኣየኖት ራድዮታት እዮም? | {
"text": [
"ኤፍኤም ራድዮታት"
],
"answer_start": [
17
]
} | {
"text": [
"ኤፍኤም ራድዮታት"
],
"answer_start": [
17
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0088 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ካብ መቐለ ዝፍነዉ ሰለስተ ኤፍኤም ራድዮታት እውን ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መራኸብቲ ሓፋሽ እዮም። እዚኣቶም ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምትሕልላፍ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም። ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት ብምዕዳም ምስ ሞየኦም ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ከመሓላልፉ ሰማዕቲ ድማ ክሳተፉ ዕድል ይፈጥሩ።
ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ በዞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ይፍነዉ እዮም። | ሰለስተ ኤፍኤም ራድዮታት እዋናዊ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ንመን እዮም? | {
"text": [
"መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ"
],
"answer_start": [
69
]
} | {
"text": [
"መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ"
],
"answer_start": [
69
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0089 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ካብ መቐለ ዝፍነዉ ሰለስተ ኤፍኤም ራድዮታት እውን ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መራኸብቲ ሓፋሽ እዮም። እዚኣቶም ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምትሕልላፍ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም። ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት ብምዕዳም ምስ ሞየኦም ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ከመሓላልፉ ሰማዕቲ ድማ ክሳተፉ ዕድል ይፈጥሩ።
ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ በዞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ይፍነዉ እዮም። | ኤፍኤም ራድዮታት መን ክሳተፉ ዕድል ይፈጥሩ? | {
"text": [
"ሰማዕቲ"
],
"answer_start": [
210
]
} | {
"text": [
"ሰማዕቲ"
],
"answer_start": [
210
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0090 | TIGQA-E | መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ትግራይ | ካብ መቐለ ዝፍነዉ ሰለስተ ኤፍኤም ራድዮታት እውን ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መራኸብቲ ሓፋሽ እዮም። እዚኣቶም ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብር ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምትሕልላፍ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም። ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት ብምዕዳም ምስ ሞየኦም ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ከመሓላልፉ ሰማዕቲ ድማ ክሳተፉ ዕድል ይፈጥሩ።
ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ በዞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ይፍነዉ እዮም። | ኤፍኤም ራድዮታት ንመን ብምዕዳም ምስሞየኦም ዝተተሓሓዙ ጉዳያት ንነበርቲ የመሓላልፉ? | {
"text": [
"ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት"
],
"answer_start": [
126
]
} | {
"text": [
"ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ዝምልከቶም ሰባት"
],
"answer_start": [
126
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0091 | TIGQA-E | ደብዳበ | 18 ሕዳር 2006 ዓ.ም.
ዝኸበርኪ ወላዲተይ!
ቅድሚ ኹሉን ዝኸበረ ፀጋ ጥዕናኺ ከመይ ኣለኺ? ኣነ ወድኺ ብዘይካ ናትኪ ናፍቖትን ሻቕሎትን ደሓን ኣለኹ።ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን እውን ፅቡቕ ኣለዉ።
ብቤት ፖስታ ዝለኣኽክለይ ደብዳበ ብ12 ሕዳር 2006 ዓ.ም. በፂሓትኒ። ደብዳበኺ ናብ ኢደይ ምስ ኣተወት ዳርጋ ብኣካል ዝረኸብኩኺ መሲሉ ስለ ዝተሰመዓኒ ኣዚየ ተሓጕሰ። ኣደይ! እቲ ኻሊእ ደስ ዝበለኒ ነገር ብመስከረም ዝለኣኽኩልኪ ጋቢ ብምፍታውኪ እዩ። | እዚ ደብዳበ ናብ መን እዩ ተፃሒፉ? | {
"text": [
"ናብ ወላዲት"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0092 | TIGQA-E | ደብዳበ | 18 ሕዳር 2006 ዓ.ም.
ዝኸበርኪ ወላዲተይ!
ቅድሚ ኹሉን ዝኸበረ ፀጋ ጥዕናኺ ከመይ ኣለኺ? ኣነ ወድኺ ብዘይካ ናትኪ ናፍቖትን ሻቕሎትን ደሓን ኣለኹ።ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን እውን ፅቡቕ ኣለዉ።
ብቤት ፖስታ ዝለኣኽክለይ ደብዳበ ብ12 ሕዳር 2006 ዓ.ም. በፂሓትኒ። ደብዳበኺ ናብ ኢደይ ምስ ኣተወት ዳርጋ ብኣካል ዝረኸብኩኺ መሲሉ ስለ ዝተሰመዓኒ ኣዚየ ተሓጕሰ። ኣደይ! እቲ ኻሊእ ደስ ዝበለኒ ነገር ብመስከረም ዝለኣኽኩልኪ ጋቢ ብምፍታውኪ እዩ። | እዚ ደብዳበ መዓስ እዩ ተፃሒፉ? | {
"text": [
"18 ሕዳር 2006 ዓ.ም."
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"18 ሕዳር 2006 ዓ.ም."
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0093 | TIGQA-E | ደብዳበ | 18 ሕዳር 2006 ዓ.ም.
ዝኸበርኪ ወላዲተይ!
ቅድሚ ኹሉን ዝኸበረ ፀጋ ጥዕናኺ ከመይ ኣለኺ? ኣነ ወድኺ ብዘይካ ናትኪ ናፍቖትን ሻቕሎትን ደሓን ኣለኹ።ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን እውን ፅቡቕ ኣለዉ።
ብቤት ፖስታ ዝለኣኽክለይ ደብዳበ ብ12 ሕዳር 2006 ዓ.ም. በፂሓትኒ። ደብዳበኺ ናብ ኢደይ ምስ ኣተወት ዳርጋ ብኣካል ዝረኸብኩኺ መሲሉ ስለ ዝተሰመዓኒ ኣዚየ ተሓጕሰ። ኣደይ! እቲ ኻሊእ ደስ ዝበለኒ ነገር ብመስከረም ዝለኣኽኩልኪ ጋቢ ብምፍታውኪ እዩ። | ፀሓፋይ እዚ ደብዳበ መንን መንን እውን ፅቡቕ ኣለዉ እዩ ዝብል? | {
"text": [
"ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን"
],
"answer_start": [
96
]
} | {
"text": [
"ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን"
],
"answer_start": [
96
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0094 | TIGQA-E | ደብዳበ | 18 ሕዳር 2006 ዓ.ም.
ዝኸበርኪ ወላዲተይ!
ቅድሚ ኹሉን ዝኸበረ ፀጋ ጥዕናኺ ከመይ ኣለኺ? ኣነ ወድኺ ብዘይካ ናትኪ ናፍቖትን ሻቕሎትን ደሓን ኣለኹ።ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን እውን ፅቡቕ ኣለዉ።
ብቤት ፖስታ ዝለኣኽክለይ ደብዳበ ብ12 ሕዳር 2006 ዓ.ም. በፂሓትኒ። ደብዳበኺ ናብ ኢደይ ምስ ኣተወት ዳርጋ ብኣካል ዝረኸብኩኺ መሲሉ ስለ ዝተሰመዓኒ ኣዚየ ተሓጕሰ። ኣደይ! እቲ ኻሊእ ደስ ዝበለኒ ነገር ብመስከረም ዝለኣኽኩልኪ ጋቢ ብምፍታውኪ እዩ። | ብ12 ሕዳር 2006ዓ.ም. በፂሓትኒ ዝብላ እንታይ እያ? | {
"text": [
"ደብዳበ"
],
"answer_start": [
140
]
} | {
"text": [
"ደብዳበ"
],
"answer_start": [
140
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0095 | TIGQA-E | ደብዳበ | 18 ሕዳር 2006 ዓ.ም.
ዝኸበርኪ ወላዲተይ!
ቅድሚ ኹሉን ዝኸበረ ፀጋ ጥዕናኺ ከመይ ኣለኺ? ኣነ ወድኺ ብዘይካ ናትኪ ናፍቖትን ሻቕሎትን ደሓን ኣለኹ።ብዓልቲ ቤተይን ደቀይን እውን ፅቡቕ ኣለዉ።
ብቤት ፖስታ ዝለኣኽክለይ ደብዳበ ብ12 ሕዳር 2006 ዓ.ም. በፂሓትኒ። ደብዳበኺ ናብ ኢደይ ምስ ኣተወት ዳርጋ ብኣካል ዝረኸብኩኺ መሲሉ ስለ ዝተሰመዓኒ ኣዚየ ተሓጕሰ። ኣደይ! እቲ ኻሊእ ደስ ዝበለኒ ነገር ብመስከረም ዝለኣኽኩልኪ ጋቢ ብምፍታውኪ እዩ። | ፀሓፋይ ብመስከረም ነዲኡእንታይ ሰዲዱላ? | {
"text": [
"ጋቢ"
],
"answer_start": [
270
]
} | {
"text": [
"ጋቢ"
],
"answer_start": [
270
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0096 | TIGQA-E | ደብዳበ | ኪዳነይ! ወዲ ኣያ ያሲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝረኸበኒ ነጊሩኪ። ምኻደይ ብፅቡቕ እዩ ነይሩ። ኣብ ዝሰርሐሉ ቤት ትምህርቲ ብሉፅ መምህር ተባሂለ ካብ ወረዳና ብመቐለ ከይደ። ካብ መቐለ ድማ ሓሙሽተ ብሉፃት ተመሪፅና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሃገር-ለኸ ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ሽልማት ምስ ተፀዋዕና እየ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኸይደ። | ፀሓፋይ “ኪዳነይ!” ዝብላ ንመን እዩ? | {
"text": [
"ንወላዲቱ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0097 | TIGQA-E | ደብዳበ | ኪዳነይ! ወዲ ኣያ ያሲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝረኸበኒ ነጊሩኪ። ምኻደይ ብፅቡቕ እዩ ነይሩ። ኣብ ዝሰርሐሉ ቤት ትምህርቲ ብሉፅ መምህር ተባሂለ ካብ ወረዳና ብመቐለ ከይደ። ካብ መቐለ ድማ ሓሙሽተ ብሉፃት ተመሪፅና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሃገር-ለኸ ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ሽልማት ምስ ተፀዋዕና እየ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኸይደ። | ንፀሓፋይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መን ረኺቡዎ? | {
"text": [
"ወዲ ኣያይ ያሲን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ወዲ ኣያ ያሲን"
],
"answer_start": [
6
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0098 | TIGQA-E | ደብዳበ | ኪዳነይ! ወዲ ኣያ ያሲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝረኸበኒ ነጊሩኪ። ምኻደይ ብፅቡቕ እዩ ነይሩ። ኣብ ዝሰርሐሉ ቤት ትምህርቲ ብሉፅ መምህር ተባሂለ ካብ ወረዳና ብመቐለ ከይደ። ካብ መቐለ ድማ ሓሙሽተ ብሉፃት ተመሪፅና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሃገር-ለኸ ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ሽልማት ምስ ተፀዋዕና እየ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኸይደ። | ወዲ ኣያ ያሲን ንፀሓፋይ ኣበይ ረኺቡዎ? | {
"text": [
"ኣዲስ ኣበባ"
],
"answer_start": [
19
]
} | {
"text": [
"ኣዲስ ኣበባ"
],
"answer_start": [
19
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0099 | TIGQA-E | ደብዳበ | ኪዳነይ! ወዲ ኣያ ያሲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝረኸበኒ ነጊሩኪ። ምኻደይ ብፅቡቕ እዩ ነይሩ። ኣብ ዝሰርሐሉ ቤት ትምህርቲ ብሉፅ መምህር ተባሂለ ካብ ወረዳና ብመቐለ ከይደ። ካብ መቐለ ድማ ሓሙሽተ ብሉፃት ተመሪፅና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሃገር-ለኸ ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ሽልማት ምስ ተፀዋዕና እየ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኸይደ። | ፀሓፋይ እንታይ ተባሂሉ ካብ ወረዳና ብመቐለ ከደ? | {
"text": [
"ብሉፅ መምህር"
],
"answer_start": [
78
]
} | {
"text": [
"ብሉፅ መምህር"
],
"answer_start": [
78
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0100 | TIGQA-E | ደብዳበ | ኪዳነይ! ወዲ ኣያ ያሲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝረኸበኒ ነጊሩኪ። ምኻደይ ብፅቡቕ እዩ ነይሩ። ኣብ ዝሰርሐሉ ቤት ትምህርቲ ብሉፅ መምህር ተባሂለ ካብ ወረዳና ብመቐለ ከይደ። ካብ መቐለ ድማ ሓሙሽተ ብሉፃት ተመሪፅና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሃገር-ለኸ ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ሽልማት ምስ ተፀዋዕና እየ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኸይደ። | ፀሓፋይ ብሃገር-ለኸ ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ሽልማት ተፀዊዑ ናበይ ከደ? | {
"text": [
"ኣዲስ ኣበባ"
],
"answer_start": [
139
]
} | {
"text": [
"ኣዲስ ኣበባ"
],
"answer_start": [
139
]
} | [
"exact_span"
] | true |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.