Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,200
am_tg
ለብ ያልክ እንጂ ትኩስም ሆነ ቀዝቃዛ ስላልሆንክ ከአፌ አውጥቼ ልተፋህ ነው።
ስለዚ፡ ኣይውዑይ ኣይዝሑል ልቡጥ ስለ ዝዀንካ፡ ካብ ኣፈይ ጡፍ ክብለካ እየ።
68,201
tg_am

68,202
am_tg
ምክንያቱም “ሀብታም ነኝ፤ ደግሞም ብዙ ሀብት አከማችቻለሁ፤ ምንም ነገር አያስፈልገኝም” ትላለህ፤ ነገር ግን ጎስቋላ፣ ምስኪን፣ ድሃ፣ ዕውርና የተራቆትክ መሆንህን አታውቅም፤
“ሃብታም እየ፡ ሃብቲመ እየ፡ ገለ እኳ ኣየድልየንን” ስለ ዝበልካ፡ ግናኸ ምግዱርን ዜደንግጽን ድኻን ዕዉርን ዕሩቕን ምዃንካ ኣይትፈልጥን ኢኻ እሞ፡
68,203

68,204
am_tg
ሀብታም እንድትሆን በእሳት የነጠረ ወርቅ፣ ልብስ እንድትለብስና ለኀፍረት የሚዳርገው እርቃንህ እንዲሸፈን ነጭ ልብስ እንዲሁም ማየት እንድትችል ዓይንህን የምትኳለው ኩል ከእኔ እንድትገዛ እመክርሃለሁ።
ምእንቲ ኽትህብትም፡ ብሓዊ ዝጸረየ ወርቂ፡ ምእንቲ ኽትክደንን ሕፍረት ዕርቃንካ ምእንቲ ኸይቅላዕን፡ ጻዕዳ ኽዳውንቲ፡ ምእንቲ ኽትርኢ ኸኣ፡ ንኣዒንትኻ እትኰሓሎ ዅሕሊ ኻባይ ክትዕድግ እመኽረካ ኣለኹ።
68,205

68,206
am_tg
“‘እኔ፣ የምወዳቸውን ሁሉ እወቅሳለሁ እንዲሁም እገሥጻለሁ። ስለዚህ ቀናተኛ ሁን፤ ንስሐም ግባ።
“‘ኣነ ነቶም ዝፈትዎም ዘበሉ እገንሖምን እግስጾምን እየ። እምበኣር፡ ቅናእን ተነሳሕን።
68,207

68,208
am_tg
እነሆ፣ በር ላይ ቆሜ እያንኳኳሁ ነው። ማንም ድምፄን ሰምቶ በሩን ከከፈተልኝ ወደ ቤቱ እገባለሁ፤ ከእሱም ጋር ራት እበላለሁ፤ እሱም ከእኔ ጋር ይበላል።
እንሆ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ደው ኢለ እዅሕኵሕ ኣለኹ። ሓደ እኳ ድምጸይ ሰሚዑ ማዕጾ እንተ ኸፊቱለይ፡ ናብ ቤቱ ኽኣቱ፡ ምስኡ እውን ክድረር እየ፣ ንሱ እውን ምሳይ።
68,209

68,210
am_tg
እኔ ድል ነስቼ ከአባቴ ጋር በዙፋኑ ላይ እንደተቀመጥኩ ሁሉ ድል የሚነሳውንም ከእኔ ጋር በዙፋኔ ላይ እንዲቀመጥ አደርገዋለሁ።
ከምቲ ኣነ እውን ዝሰዓርኩን ምስ ኣቦይ ኣብ ዝፋኑ እተቐመጥኩን፡ ነቲ ዚስዕር፡ ምሳይ ኣብ ዝፋነይ ኪቕመጥ ክፈቕደሉ እየ።
68,211

68,212
am_tg
መንፈስ ለጉባኤዎቹ የሚናገረውን ጆሮ ያለው ይስማ።’”
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኤታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።’”
68,213

68,214
am_tg
አምስተኛው መልአክ መለከቱን ነፋ። እኔም ከሰማይ ወደ ምድር የወደቀ አንድ ኮከብ አየሁ፤ ለእሱም የጥልቁ መግቢያ ቁልፍ ተሰጠው።
እቲ ሓምሻይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ። ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ዝወደቐ ኰዀብ ከኣ ረኣኹ፣ መፍትሕ ጕድጓድ መዓሙቝ እውን ተዋህቦ።
68,215

68,216
am_tg
የጥልቁንም መግቢያ ከፈተው፤ በመግቢያውም በኩል ከታላቅ እቶን እንደሚወጣ ጭስ ያለ ጭስ ወጣ፤ ከዚያ በወጣው ጭስም ፀሐይ ጨለመች፤ አየሩም ጠቆረ።
ነቲ ጕድጓድ መዓሙቝ ድማ ከፈቶ፣ ካብቲ ጕድጓድ ከኣ ከም ትኪ ዓብዪ እቶን ዚመስል ትኪ ዓረገ፣ ብትኪ እቲ ጕድጓድ ድማ ጸሓይን ኣየርን ጸልመተ።
68,217

68,218
am_tg
ከጭሱም አንበጦች ወጥተው ወደ ምድር ወረዱ፤ እነሱም በምድር ላይ ያሉ ጊንጦች ያላቸው ዓይነት ሥልጣን ተሰጣቸው።
ካብቲ ትኪ ኸኣ ኣንበጣ ናብ ምድሪ ወጹ፣ ከም ስልጣን ዕንቅርቢታት ምድሪ ዝበለ ስልጣን ድማ ተዋህቦም።
68,219

68,220
am_tg
የአምላክ ማኅተም በግንባራቸው ላይ የሌላቸውን ሰዎች ብቻ እንጂ ማንኛውንም የምድር ተክል ወይም ማንኛውንም ዕፀዋት ወይም ማንኛውንም ዛፍ እንዳይጎዱ ተነገራቸው።
ነቶም ኣብ ግምባሮም ማሕተም ኣምላኽ ዘይብሎም ሰባት ጥራይ ደኣ እምበር፡ ኣትክልቲ ምድሪ ዀነ፡ ለምለም ዘበለ ዀነ፡ ወይስ ኣእዋም ዘበለ ኸይጐድኡ ተነግሮም።
68,221

68,222
am_tg
አንበጦቹም ሰዎቹን እንዲገድሏቸው ሳይሆን ለአምስት ወር እንዲያሠቃዩአቸው ተፈቀደላቸው፤ በእነሱም ላይ የሚደርሰው ሥቃይ ጊንጥ ሰውን ሲነድፍ እንደሚሰማው ዓይነት ሥቃይ ነው።
ኪቐትልዎም ዘይኰነስ፡ ንሓሙሽተ ወርሒ ኼሳቕይዎም ከኣ ተፈቕደሎም፣ ስቓዮም ድማ ከምቲ ዕንቅርቢት ንሰብ ክትነክስ ከላ ዘሎ ስቓይ እዩ።
68,223

68,224
am_tg
በእነዚያ ቀኖች ሰዎች ሞትን ይሻሉ፤ ሆኖም ፈጽሞ አያገኙትም፤ ለመሞት ይመኛሉ፤ ሞት ግን ከእነሱ ይሸሻል።
በተን መዓልትታት እቲአን ከኣ፡ ሰባት ንሞት ኪደልይዎ እሞ ኣይኪረኽብዎን እዮም፣ ሙማት እውን ኪምነዩ እዮም፡ ሞት ግና ካባታቶም ኪሃድም እዩ።
68,225

68,226
am_tg
የአንበጦቹም ገጽታ ለጦርነት የተዘጋጁ ፈረሶች ይመስል ነበር፤ በራሳቸውም ላይ የወርቅ አክሊሎች የሚመስሉ ነገሮች ነበሩ፤ ፊታቸው ደግሞ የሰው ፊት ይመስል ነበር፤
ትርኢት እቶም ኣንበጣ ድማ ንውግእ እተዳለዉ ኣፍራስ ይመስሉ፣ ኣብ ረርእሶም እውን ኣኽሊላት ወርቂ ዚመስል ነበሮም፣ ገጾም ከኣ ከም ገጽ ሰብ ነበረ፣
68,227

68,228
am_tg
ፀጉራቸው የሴት ፀጉር ይመስል ነበር። ጥርሳቸው ግን የአንበሳ ጥርስ ይመስል ነበር፤
ከም ጸጕሪ ኣንስቲ ዝበለ ጸጕሪ ድማ ነበሮም። ኣስናኖም ከኣ ከም ኣስናን ኣናብስ ነበረ፣
68,229

68,230
am_tg
የብረት ጥሩር የሚመስል ጥሩርም ነበራቸው። የክንፎቻቸው ድምፅም ወደ ጦርነት የሚገሰግሱ በፈረስ የሚጎተቱ ሠረገላዎች ድምፅ ይመስል ነበር።
ድርዒ ሓጺን ዚመስል ድርዒ ድማ ነበሮም። ደሃይ ኣኽናፎም እውን ከም ደሃይ ናብ ውግእ ብዚጋልቡ ብዙሓት ኣፍራስ ዚስሓብ ሰረገላታት ነበረ።
68,231

68,232
am_tg
በተጨማሪም የጊንጥ ዓይነት ተናዳፊ ጅራት አላቸው፤ ደግሞም ሰዎቹን ለአምስት ወር የሚጎዱበት ሥልጣን በጅራታቸው ላይ ነበር።
ከም ጭራ ዕንቅርቢት ዚመስል ጭራ ምስ መንደፉ ድማ ነበሮም፣ ንሰባት ሓሙሽተ ወርሒ ኺጐድእዎም ከኣ ኣብ ጭራኦም ስልጣን ነበሮም።
68,233

68,234
am_tg
በእነሱ ላይ የተሾመ ንጉሥ አላቸው፤ እሱም የጥልቁ መልአክ ነው። በዕብራይስጥ ስሙ አባዶን ሲሆን በግሪክኛ ደግሞ ስሙ አጶልዮን ነው።
ኣብ ልዕሊኦም ንጉስ ነበሮም፣ ንሱ ድማ መልኣኽ መዓሙቝ እዩ። ስሙ ብእብራይስጢ ኣባዶን እዩ፣ ብግሪኽኛ ኸኣ ኣጶልዮን እዩ።
68,235

68,236
am_tg
አንዱ ወዮታ አልፏል። እነሆ፣ ከዚህ በኋላ ሌሎች ሁለት ወዮታዎች ይመጣሉ።
እቲ ቐዳማይ ወዮ ሓሊፉ። እንሆ፡ ገና ኽልተ ወዮ ይመጽእ ኣሎ።
68,237

68,238
am_tg
ስድስተኛው መልአክ መለከቱን ነፋ። ደግሞም በአምላክ ፊት ካለው የወርቅ መሠዊያ ቀንዶች የወጣ አንድ ድምፅ ሰማሁ፤
እቲ ሻድሻይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ። ካብ ኣቕርንቲ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘሎ መሰውኢ ወርቂ ኸኣ ድምጺ ሰማዕኩ፣
68,239

68,240
am_tg
ድምፁም መለከት የያዘውን ስድስተኛውን መልአክ “በታላቁ ወንዝ፣ በኤፍራጥስ የታሰሩትን አራቱን መላእክት ፍታቸው” አለው።
ነቲ መለኸት ዘለዎ ሻድሻይ መልኣኽ ድማ፡ “ነቶም ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣርባዕተ መላእኽቲ ፍትሓዮም” በሎ።
68,241

68,242
am_tg
ለዚህ ሰዓት፣ ቀን፣ ወርና ዓመት ተዘጋጅተው የነበሩት አራቱ መላእክትም ከሰዎቹ አንድ ሦስተኛውን እንዲገድሉ ተፈቱ።
እቶም ነታ ሰዓትን መዓልትን ወርሕን ዓመትን እተዳለዉ ኣርባዕተ መላእኽቲ ኸኣ፡ ንሲሶ ሰባት ኪቐትሉ ተፈትሑ።
68,243

68,244
am_tg
የፈረሰኞቹ ሠራዊት ብዛት ሁለት እልፍ ጊዜ እልፍ ነበር፤ ቁጥራቸውንም ሰማሁ።
ቍጽሪ እቶም ሰራዊት ፈረሰኛታት ድማ ክልተ እልፊ ግዜ እልፊ እዩ፣ ቍጽሮም ሰማዕኩ።
68,245

68,246
am_tg
በራእዩ ላይ ያየኋቸው ፈረሶችና በላያቸው የተቀመጡት ይህን ይመስሉ ነበር፦ እንደ እሳት ቀይ፣ እንደ ያክንት ሰማያዊና እንደ ድኝ ቢጫ የሆነ ጥሩር ነበራቸው፤ የፈረሶቹም ራስ እንደ አንበሳ ራስ ነበር፤ ከአፋቸውም እሳት፣ ጭስና ድኝ ወጣ።
ብራእይ እውን ነቶም ኣፍራስን ነቶም እተወጥሕዎምን ረኣኽዎም፦ ከም ሓዊ ቐይሕን ከም ህያክንቶስ ሰማያውን ከም ዲን ብጫን ዝበለ ድርዒ ነበሮም፣ ኣራእስ እቶም ኣፍራስ ከም ኣራእስ ኣናብስ ይመስል፡ ካብ ኣፎም እውን ሓውን ትክን ዲንን ይወጽእ ነበረ።
68,247

68,248
am_tg
ከአፋቸው በወጡት በእነዚህ ሦስት መቅሰፍቶች ይኸውም በእሳቱ፣ በጭሱና በድኙ ከሰዎቹ አንድ ሦስተኛ የሚሆኑት ተገደሉ።
በዚ ሰለስተ መዓት እዚ፡ በቲ ኻብ ኣፎም ዝወጸ ሓውን ትክን ዲንን ሲሶ ሰባት ተቐትሉ።
68,249

68,250
am_tg
የፈረሶቹ ሥልጣን ያለው በአፋቸውና በጅራታቸው ላይ ነውና፤ ጅራታቸው እባብ የሚመስል ሲሆን ራስም አለው፤ ጉዳት የሚያደርሱትም በዚህ ነው።
ከመይሲ፡ ስልጣን እቶም ኣፍራስ ኣብ ኣፎምን ኣብ ጭራኦምን እዩ፣ ጭራኦም ኣትማን እዩ ዚመስል፡ ኣራእስ እውን ኣለዎ፣ ብእኡ ገይሮም ድማ ይጐድኡ።
68,251

68,252
am_tg
ሆኖም በእነዚህ መቅሰፍቶች ያልተገደሉት የቀሩት ሰዎች ከእጃቸው ሥራ ንስሐ አልገቡም፤ ደግሞም አጋንንትን እንዲሁም ማየት፣ መስማትም ሆነ መሄድ የማይችሉትን ከወርቅ፣ ከብር፣ ከመዳብ፣ ከድንጋይና ከእንጨት የተሠሩትን ጣዖቶች ማምለካቸውን አልተዉም።
እቶም በዚ መዓታት እዚ ኸይተቐትሉ ዝተረፉ ሰባት ግና፡ ካብ ግብሪ ኣእዳዎም ኣይተነስሑን፣ ንኣጋንንትን ነቶም ኪርእዩን ኪሰምዑን ኪኸዱን ዘይክእሉ ጣኦታት ወርቅን ብሩርን ነሓስን እምንን ዕንጨይትን ምምላኽ ኣየቋረጹን።
68,253

68,254
am_tg
እንዲሁም ከፈጸሙት የነፍስ ግድያ፣ ከመናፍስታዊ ድርጊቶቻቸው፣ ከፆታ ብልግናቸውም ሆነ ከሌብነታቸው ንስሐ አልገቡም።
ካብቲ ዚገብርዎ ቕትለት ኰነ፡ ካብ መናፍስታዊ ተግባራት ኰነ፡ ካብ ምንዝርና ዀነ፡ ወይስ ካብ ስርቂ እውን ኣይተነስሑን።
68,255

68,256
am_tg
“በኤፌሶን ላለው ጉባኤ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍ፦ ሰባቱን ከዋክብት በቀኝ እጁ የያዘውና በሰባቱ የወርቅ መቅረዞች መካከል የሚመላለሰው እንዲህ ይላል፦
“ናብ መልኣኽ እታ ኣብ ኤፌሶን ዘላ ጉባኤ ጽሓፍ፦ እቲ ኣብ የማናይ ኢዱ ሸውዓተ ኸዋኽብቲ ዝሓዘ፡ ኣብ መንጎ እቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ወርቂ እውን ዚመላለስ ከምዚ ይብል ኣሎ፦
68,257

68,258
am_tg
‘ሥራህን፣ ድካምህንና ጽናትህን አውቃለሁ፤ ደግሞም መጥፎ ሰዎችን መታገሥ እንደማትችል እንዲሁም ሐዋርያት ሳይሆኑ ሐዋርያት ነን የሚሉትን ፈትነህ ውሸታሞች ሆነው እንዳገኘሃቸው አውቃለሁ።
‘ግብርኻን ጻዕርኻን ተጻዋርነትካን፡ ነቶም እኩያት እውን ክትጻወሮም ከም ዘይከኣልካ፡ ነቶም “ሃዋርያት ኢና” ዚብሉ፡ ግናኸ ዘይኰኑ ድማ ፈቲንካዮምሲ ሓሰውቲ ዀይኖም ከም ዝረኸብካዮም እፈልጥ እየ።
68,259

68,260
am_tg
በተጨማሪም በአቋምህ ጸንተሃል፤ ስለ ስሜም ስትል ብዙ ችግሮችን ተቋቁመሃል፤ ደግሞም አልታከትክም።
ትጻወር ከኣ ኣለኻ፣ ምእንቲ ስመይ ኢልካ ድማ ጸኒዕካ ኢኻ፡ ኣይተሓለልካን እውን።
68,261

68,262
am_tg
ይሁን እንጂ የምነቅፍብህ ነገር አለኝ፤ ይኸውም መጀመሪያ ላይ የነበረህን ፍቅር ትተሃል።
ግናኸ፡ ነታ ቐዳመይቲ ፍቕርኻ ሓዲግካያ ኢኻ እሞ፡ እዚ ረኺበልካ ኣለኹ።
68,263

68,264
am_tg
“‘ስለዚህ ከየት እንደወደቅክ አስታውስ፤ ንስሐም ግባ፤ ቀድሞ ታደርገው የነበረውንም ነገር አድርግ። አለዚያ እመጣብሃለሁ፤ ንስሐ ካልገባህ መቅረዝህን ከስፍራው አነሳዋለሁ።
“‘እምበኣር፡ ካበይ ከም ዝወደቕካ ዘክር እሞ ተነሳሕ፡ ነቲ ቐዳማይ ግብርኻ እውን ግበሮ። እንተ ዘይኰነስ፡ ክመጸካ፡ እንተ ዘይተነሲሕካ እውን፡ ነቲ ቐዋሚ ቐንዴልካ ኻብቲ ቦታኡ ኸልግሶ እየ።
68,265

68,266
am_tg
ያም ሆኖ አንድ የሚያስመሰግንህ ነገር አለ፦ እኔም የምጠላውን የኒቆላውያንን ሥራ ትጠላለህ።
ነቲ ኣነ እውን ዝጸልኦ ግብሪ ኑፋቐ ኒቆላዎስ ትጸልኦ ኢኻ እሞ፡ እዚ ግዳ ጽቡቕ ኣሎካ።
68,267

68,268
am_tg
መንፈስ ለጉባኤዎቹ የሚናገረውን ጆሮ ያለው ይስማ፦ ድል ለሚነሳ በአምላክ ገነት ውስጥ ካለው የሕይወት ዛፍ እንዲበላ እፈቅድለታለሁ።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኤታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ፦ ነቲ ዚስዕር፡ ካብታ ኣብ ገነት ኣምላኽ ዘላ ኦም ህይወት ኪበልዕ ክፈቕደሉ እየ።’
68,269

68,270
am_tg
“በሰምርኔስ ላለው ጉባኤ መልአክም እንዲህ ብለህ ጻፍ፦ ‘የመጀመሪያውና የመጨረሻው፣’ ሞቶ የነበረውና ዳግም ሕያው የሆነው እንዲህ ይላል፦
“ናብ መልኣኽ እታ ኣብ ስሚርና ዘላ ጉባኤ እውን ጽሓፍ፦ እቲ ‘ቐዳማይን ዳሕራይን፡’ ሞይቱ ዝነበረን ህያው ዝዀነን ከምዚ ይብል ኣሎ፦
68,271

68,272
am_tg
‘መከራህንና ድህነትህን አውቃለሁ፤ ይሁንና ሀብታም ነህ፤ አይሁዳውያን ሳይሆኑ አይሁዳውያን ነን የሚሉት የሚሳደቡትን ስድብ አውቃለሁ፤ እነሱ የሰይጣን ምኩራብ ናቸው።
‘ጸበባኻን ድኽነትካን፡—ግናኸ ሃብታም ኢኻ፡—ጸርፊ እቶም “ኣይሁድ ኢና” ዚብሉን፡—ግናኸ ምኵራብ ሰይጣን እዮም እምበር፡ ኣይሁድሲ ዘይኰኑ፡—እፈልጥ እየ።
68,273

68,274
am_tg
ሊደርስብህ ያለውን መከራ አትፍራ። እነሆ፣ ሙሉ በሙሉ እንድትፈተኑና ለአሥር ቀን መከራ እንድትቀበሉ ዲያብሎስ አንዳንዶቻችሁን እስር ቤት ይከታል። እስከ ሞት ድረስ ታማኝነትህን አስመሥክር፤ እኔም የሕይወትን አክሊል እሰጥሃለሁ።
ነቲ ዚመጸካ መከራ ኣይትፍርሃዮ። እንሆ፡ ኣጸቢቕኩም ምእንቲ ኽትፍተኑ፡ ንዓሰርተ መዓልቲ እውን ጸበባ ምእንቲ ኺረኽበኩምሲ፡ ድያብሎስ ንገሌኻትኩም ናብ ቤት ማእሰርቲ ኺድርብየኩም እዩ። ክሳዕ ሞት እኳ እሙን ኩን፣ ኣነ እውን ኣኽሊል ህይወት ክህበካ እየ።
68,275

68,276
am_tg
መንፈስ ለጉባኤዎቹ የሚናገረውን ጆሮ ያለው ይስማ፦ ድል የሚነሳ በሁለተኛው ሞት ከቶ አይጎዳም።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኤታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ፦ እቲ ዚስዕር፡ በቲ ኻልኣይ ሞት ከቶ ኣይኪጕዳእን እዩ።’
68,277

68,278
am_tg
“በጴርጋሞን ላለው ጉባኤ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍ፦ በሁለቱም በኩል ስለት ያለው ረጅም ሰይፍ የያዘው እንዲህ ይላል፦
“ናብ መልኣኽ እታ ኣብ ጴርጋሞስ ዘላ ጉባኤ ጽሓፍ፦ እቲ ኽልተ ዝኣፉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ ዘለዎ ኸምዚ ይብል ኣሎ፦
68,279

68,280
am_tg
‘የምትኖረው የሰይጣን ዙፋን ባለበት እንደሆነ አውቃለሁ፤ ያም ሆኖ ስሜን አጥብቀህ ይዘሃል፤ ሰይጣን በሚኖርበት፣ እናንተ ባላችሁበት ቦታ በተገደለው በታማኙ ምሥክሬ በአንቲጳስ ዘመን እንኳ በእኔ ላይ ያለህን እምነት አልካድክም።
‘ኣበይ ከም እትነብር፡ ማለት ኣብቲ ዝፋን ሰይጣን ዘለዎ ምዃኑ እፈልጥ እየ። ግናኸ፡ ንስመይ ኣጽኒዕካ ሒዝካዮ ኣለኻ፣ ብመዓልትታት ኣንቲጳስ እቲ ኣብ ጐድንኻ፡ ኣብቲ ሰይጣን ዚነብረሉ እተቐትለ እሙን ምስክረይ እኳ፡ ነታ ኣባይ ዘላትካ እምነት ኣይከሓድካያን።
68,281

68,282
am_tg
“‘ይሁን እንጂ የምነቅፍብህ ጥቂት ነገሮች አሉኝ፤ የእስራኤል ልጆች ለጣዖት የተሠዉ ነገሮችን እንዲበሉና የፆታ ብልግና እንዲፈጽሙ በፊታቸው ማሰናከያ እንዲያስቀምጥ ባላቅን ያስተማረውን የበለዓምን ትምህርት አጥብቀው የሚከተሉ በመካከልህ አሉ።
“‘ግናኸ፡ ነቲ ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል መዐንቀፊ ኼንብረሎም ኢሉ፡ ንጣኦታት እተሰውአ ኺበልዑን ኪምንዝሩን ንባላቅ ዝመሃሮ ትምህርቲ በላዓም ኣጽኒዖም ዝሓዙ ስለ ዘለዉኻ፡ ሒደት ነገራት ረኺበልካ ኣለኹ።
68,283

68,284
am_tg
እንደዚሁም የኒቆላዎስን የኑፋቄ ትምህርት አጥብቀው የሚከተሉ ሰዎች በመካከልህ አሉ።
ከምኡ ድማ፡ ንትምህርቲ ኑፋቐ ኒቆላዎስ ኣጽኒዖም ዝሓዙ እውን ኣለዉኻ።
68,285

68,286
am_tg
ስለዚህ ንስሐ ግባ። አለዚያ በፍጥነት ወደ አንተ እመጣለሁ፤ በአፌም ረጅም ሰይፍ እዋጋቸዋለሁ።
እምበኣር፡ ተነሳሕ። እንተ ዘይኰነስ፡ ቀልጢፈ ኽመጸካ፡ በቲ ነዊሕ ሰይፊ ኣፈይ እውን ክዋግኦም እየ።
68,287

68,288
am_tg
“‘መንፈስ ለጉባኤዎቹ የሚናገረውን ጆሮ ያለው ይስማ፦ ድል ለሚነሳ ከተሰወረው መና ላይ እሰጠዋለሁ፤ እንዲሁም ነጭ ጠጠር እሰጠዋለሁ፤ በጠጠሩም ላይ ከሚቀበለው ሰው በቀር ማንም የማያውቀው አዲስ ስም ተጽፎበታል።’
“‘እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኤታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ፦ ነቲ ዚስዕር፡ ገለ ኻብቲ ሕቡእ ማና ኽህቦ እየ፣ ጻዕዳ ጸጸር እውን ክህቦ እየ፣ እቲ ጸጸር ድማ ብዘይካ እቲ እተቐበሎስ ሓደ እኳ ዘይፈልጦ ሓድሽ ስም እተጻሕፎ እዩ።’
68,289

68,290
am_tg
“በትያጥሮን ላለው ጉባኤ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍ፦ እንደ እሳት ነበልባል የሆኑ ዓይኖችና እንደጠራ መዳብ ያሉ እግሮች ያሉት የአምላክ ልጅ እንዲህ ይላል፦
“ናብ መልኣኽ እታ ኣብ ትያቲራ ዘላ ጉባኤ ጽሓፍ፦ እቲ ኸም ሃልሃልታ ሓዊ ዝዀና ኣዒንቲ ዘለዋኦ፡ ኣእጋሩ እውን ጽሩይ ነሓሲ ዚመስል ወዲ ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፦
68,291

68,292
am_tg
‘ሥራህን፣ ፍቅርህን፣ እምነትህን፣ አገልግሎትህንና ጽናትህን አውቃለሁ፤ ደግሞም ከመጀመሪያው ሥራህ ይልቅ የአሁኑ እንደሚበልጥ አውቃለሁ።
‘ግብርኻን ፍቕርኻን እምነትካን ኣገልግሎትካን ተጻዋርነትካን፡ እቲ ግብርኻ እውን ካብ ቀዳማዩስ ዳሕራዩ ኸም ዚበዝሕ እፈልጥ እየ።
68,293

68,294
am_tg
“‘ይሁን እንጂ የምነቅፍብህ ነገር አለኝ፤ ራሷን ነቢዪት ብላ የምትጠራውን ያቺን ሴት ኤልዛቤልን ችላ ብለሃታል፤ እሷም የፆታ ብልግና እንዲፈጽሙና ለጣዖት የተሠዉ ነገሮችን እንዲበሉ ባሪያዎቼን ታስተምራለች እንዲሁም ታሳስታለች።
“‘ግናኸ፡ ነታ “ነብዪት እየ” እናበለትሲ ንባሮተይ ኪምንዝሩን ንጣኦታት እተሰውአ ኺበልዑን እትምህሮምን እተስሕቶምን ዘላ ኢዛቤል፡ ነታ ሰበይቲ እቲኣ ስቕ ኢልካ ምርኣይካ፡ እዚ ረኺበልካ ኣለኹ።
68,295

68,296
am_tg
እኔም ንስሐ እንድትገባ ጊዜ ሰጠኋት፤ እሷ ግን ለፈጸመችው የፆታ ብልግና ንስሐ ለመግባት ፈቃደኛ አይደለችም።
ምእንቲ ኽትንሳሕ ግዜ ሂበያስ፡ ካብ ምንዝርናኣ ኽትንሳሕ ኣይደለየትን።
68,297

68,298
am_tg
እነሆ፣ የአልጋ ቁራኛ ላደርጋት ነው፤ ከእሷ ጋር ምንዝር የሚፈጽሙትም ከሥራዋ ንስሐ ካልገቡ ታላቅ መከራ አመጣባቸዋለሁ።
እንሆ፡ ኣብ ዓራት ሕማም ከውድቓ እየ፣ እቶም ምስኣ ዚዝምዉ ኸኣ፡ ካብቲ ግብራ እንተ ዘይተነሲሖም፡ ናብ ብርቱዕ ጸበባ ኸእትዎም እየ።
68,299