tr { amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
ይሖዋ ይህንን ችግሯን ለመወጣት እንዲረዳት በጸሎት ለመነችው።
ነዚ ጸገም እዚ ምእንቲ ኽትዋጽኣሉ ንየሆዋ ለመነቶ።
እነዚህ ሰዎች ሰይጣንና አጋንንቱ በልብ ወለድ መጻሕፍት፣ በአስፈሪ ፊልሞችና በቪዲዮ ጨዋታዎች ውስጥ የሚገኙ ምናብ የፈጠራቸው ገጸ ባሕርያት እንደሆኑ ያስባሉ።
እዞም ሰባት እዚኦም፡ ንሰይጣንን ንኣጋንንቱን ከም ኣብ መጻሕፍትን ዜፍርህ ፊልምታትን ጸወታታት ቪድዮን ዚርኣዩ ልቢ ወለዳዊ ገጸ ባህርያት ገይሮም እዮም ዚርእይዎም።
ጢሞቴዎስና ቲቶ፣ ጳውሎስ ለእነሱ ያለውን አመለካከት ሲያውቁ ምንኛ ተበረታተው ይሆን! ጳውሎስና በርናባስ፣ ሕይወታቸውን አደጋ ላይ በመጣል ከዚያ ቀደም ጥቃት ተሰንዝሮባቸው ወደነበሩ ቦታዎች ተመልሰው ሄደዋል።
ጢሞቴዎስን ቲቶስን፡ ጳውሎስ ብዛዕባኦም እንታይ ከም ዚሓስብ ምስ ፈለጡስ ክሳዕ ክንደይ ኰን ተተባቢዖም ይዀኑ! ጳውሎስን በርናባስን ናብቲ ብግፍዒ መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝነበረ ቦታ ተመሊሶም ብምኻድ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኣእትዮምዋ እዮም።
ኢየሱስ፣ ከመሞቱ በፊት ባለው ምሽት ላይ ያቀረበው ከልብ የመነጨ ጸሎት የአምላክን ፈቃድ ለማድረግ ያለው ቁርጠኝነት እንዳልተቀየረ የሚያረጋግጥ ነበር።
የሱስ ኣብታ ድሮ ሞቱ ኣብ ዝነበረት ለይቲ ኺጽሊ ኸሎ፡ ፍቓድ ኣምላኽ ኪገብር ከም ዝቘረጸ ዳግም ኣረጋጊጹ እዩ።
የአምላክ ቃል፣ ነፃነታችን ገደብ እንዳለው እንዲሁም ይሖዋ ይህን ምክንያታዊ ገደብ አክብረን እንድንኖር እንደሚጠብቅብን ይናገራል።
ናጽነትና ደረት ከም ዘለዎን ነቲ የሆዋ ዝገበረልና ደረት ክንሕልዎ ኸም ዚግብኣናን ቃል ኣምላኽ ይገልጸልና እዩ።
በዛሬው ጊዜ ብዙዎች ስለ ይሖዋ ቢያውቁም እሱን መጠጊያቸው ለማድረግ ያመነታሉ።
ሎሚ ብዙሓት ብዛዕባ የሆዋ እኳ እንተ ተማህሩ፡ ኣብኡ ንምምዕቋብ ግና ሰጋእ መጋእ ይብሉ እዮም።
እንዲህ ከሆነ ሕሊናችን ይሖዋ አምላክ ካወጣቸው መሥፈርቶች ጋር የሚስማማ ይሆናል።
በዚ ኸምዚ፡ ሕልናና ምስ መገድታት የሆዋ ኣምላኽ እናተሰማምዐ ይኸይድ።
እናንተም ስለ ልጃችሁ ያላችሁ አመለካከትና የምትናገሩት ነገር ልጁን እንደ ዓመፀኛ ወይም አስቸጋሪ አድርጋችሁ እንደምትመለከቱት የሚያሳይ እንዳይሆን ተጠንቀቁ።
ብሓሳብካ ወይ ብቓልካ፡ ንውሉድካ፡ ዓለወኛ ወይ ኣሸጋሪ ኣይትበሎ።
እኛም እነዚህ ሰዎች በአስተሳሰባቸው ብቻ ሳይሆን በሕይወታቸው ውስጥም ለውጦች ሲያደርጉ ስንመለከት ልባችን ሐሴት ያደርጋል።
ኣብ ኣተሓሳስባኦም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ መገዲ ህይወቶም እውን ለውጥታት ኪገብሩ ምርኣይና ንልብና ይትንክዮ እዩ።
በሌላ በኩል ደግሞ እነዚህን ምልክቶች በቸልታ አትለፏቸው፤ ወይም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ ራሱን ማግለሉ በዚህ ዕድሜ የሚያጋጥም የተለመደ ነገር እንደሆነ በማሰብ ሁኔታውን አቅልላችሁ አትመልከቱት።
በቲ ሓደ ሸነኽ ከኣ፡ ነዚ ምልክታት እዚ ዕሽሽ ኣይትበሎ፡ ወይ ውሉድካ ንበይኑ ዚፍለ ምዃኑ ምስ ዕድሚኡ እተተሓሓዘ ኸም ዝዀነ ጌርካ ሸለል ኣይትበሎ።
አስተማሪህን እንደ ጓደኛ ተመልከተው፤ እንዲሁም አንተን ለመርዳት የሚያደርገውን ጥረት እንደምታደንቅ ንገረው።
ንኣስልጣኒኻ ኸም ዓርኪ ረኣዮ፡ ነቲ ምእንታኻ ዚገብሮ ጻዕርታት ክሳዕ ክንደይ ከም እተማስወሉ ኸኣ ግለጸሉ።
በመሆኑም ስለ ሕይወት አመጣጥ ከአንድ ሰው ጋር ስትወያዩ በቅድሚያ ጥያቄ መጠየቁ የተሻለ ነው።
ስለዚ፡ ምስ ሰብ ብዛዕባ መበቈል ህይወት ክትመያየጥ ከለኻ፡ ፈለማ ሕቶታት እንተ ሓተትካ ይሓይሽ።
ለምን?
ስለምንታይ፧
ነጠላ መሆኑ ባስገኘለት አጋጣሚ ሙሉ በሙሉ በመጠቀም ሐሳቡ ሳይከፋፈል ዘወትር ለጌታ ያደረ መሆን ችሏል።
በቲ ንጽል ብምዃኑ ዝረኸቦ ናጽነት ተጠቒሙ ኸኣ፡ ከየስገለ ንጐይታ ኣገልጊሉ እዩ።
ኢየሱስ፣ ሰዎችን በሚመቻቸው ጊዜ ለማነጋገርና ጊዜውን ሳይሰስት ለመስጠት ፈቃደኛ ስለነበር ማታ ላይ ሰው በሌለበት ኒቆዲሞስን አነጋገረው።
የሱስ ከኣ ግዜኡ ኣይበቅቕን እዩ ነይሩ፣ ስለዚ፡ ምስ ኒቆዲሞስ ብለይቲ፡ ሰባት ኣብ ዘይርእይዎ እዋን ተራኸበ።
ማርያም ስለ ልጇ በተነገሩት ትንቢቶች ላይ ለዓመታት ስታሰላስል እንደቆየች ጥርጥር የለውም፤ ምክንያቱም ልጇ የልዑሉ አምላክ ልጅ ተብሎ እንደሚጠራ ታውቃለች።
ማርያም ብዛዕባ እቲ ምስ ወዳ እተተሓሓዘ ትንቢታዊ ተስፋታት ንሓያሎ ዓመታት ተስተንትን ነይራ ኽትከውን ትኽእል እያ።
አንድ ሰው በፍጥረት በማመናችሁ እየተቻችሁ እንዳለ ከተሰማችሁ፣ ፈጣሪ ሳይኖር ሕይወት እንዴት ሊገኝ እንደቻለ እንዲያስረዳችሁ ልትጠይቁት ትችላላችሁ።
ሓደ ሰብ ነቲ ኣብ ፍጥረት ዘሎካ እምነት ይነቕፎ ዘሎ ዀይኑ እንተ ተሰሚዑካ፡ ንስኻ ኽትገልጸሉ ኣብ ክንዲ እትጽዕር፡ ህይወት ብዘይ ፈጣሪ ኸመይ ኢሉ ኸም ዝጀመረ ኺገልጽ ሕተቶ።
የተቀቡ ክርስቲያኖች የአምላክ መንፈስ በግለሰብ ደረጃ ሳይመሠክርላቸው በፊት፣ በምድር ላይ የመኖር ተስፋን ከፍ አድርገው ይመለከቱት ነበር።
ቅቡኣት ክርስትያናት ነቲ መንፈስ ኣምላኽ ብብሕቲ ዚምስክረሎም ምስክርነት ቅድሚ ምቕባሎም፡ ምድራዊ ተስፋ ነይርዎም እዩ።
ለምሳሌ ያህል፣ አንዳንድ ወጣቶች ራሳቸውን ለይሖዋ እንደወሰኑ፣ ለመጠመቅ ግን ዝግጁ እንዳልሆኑ ይናገራሉ።
ንኣብነት፡ ገሊኦም መንእሰያት ርእሶም ንየሆዋ ኸም ዝወፈዩ፡ ኪጥመቑ ግና ኸም ዘይተዳለዉ ይዛረቡ እዮም።
ዝቅ ተደርገው የሚቆጠሩ ሥራዎችን ጨምሮ ማንኛውም ኃላፊነት ሲሰጥህ ሥራውን ለማከናወን ፈጣን እርምጃ በመውሰድ ነው።
ዝዀነ ይኹን ስራሕ፡ ዋላ እውን ትሑት ዕዮ ምስ ዚውሃበካ ብኡብኡ ተቐበሎ።
በጥንት ዘመን የነበሩት እስራኤላውያን ዓመታዊ በዓል በሚከበርበት ወቅት ኢየሩሳሌም በሚገኘው ቤተ መቅደስ ተገኝተው ይሖዋን ሲያወድሱ ይታይህ።
ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ እስራኤላውያን ንየሆዋ ኣብታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ቤተ መቕደሱ ኺውድስዎ ኸለዉ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
ይሁንና መቀባታቸውን ሌላ አካል እንዲያጸድቅላቸው አያስፈልግም።
እቲ ኻብ ኵሉ ዚብርትዕ ሓይሊ፡ ምትእምማን ከም ዚሓድሮም ገይርዎም እዩ።
በእነዚህ ስብሰባዎች ላይ፣ ስለ አንተ ከሚያስቡና ሊያበረታቱህ ከሚፈልጉ የእምነት ባልንጀሮችህ ጋር መገናኘት ትችላለህ።
ኣብኡ ምስቶም ብዛዕባኻ ዚግደሱን ኬተባብዑኻ ዚደልዩን ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትካ ኽትሓብር ትኽእል ኢኻ።
ልጆቻችን ይሖዋን ለማገልገል መፈለጋቸው እንዳስደሰተን ጥያቄ የለውም።
ልክዕ እዩ፡ ደቅና ንየሆዋ ኼገልግሉ ብምድላዮም ነመስግን ኢና ትብል።
ለመቀባታቸው ማስተማመኛ የሚሰጣቸው ሌላ አካል አያስፈልጋቸውም።
ከም እተቐብኡ ኻልእ ሰብ ኬረጋግጸሎም ኣየድልዮምን እዩ።
አረጋዊው ሳሙኤል ትላልቅ የሆኑ ልጆቹ እሱ ያስተማራቸውን የጽድቅ መሥፈርቶች እንዲጠብቁ ማስገደድ አይችልም ነበር።
እቲ ሸምጊሉ ዝነበረ ሳሙኤል፡ ነቶም በጽሕታት ደቁ ንስርዓታት ጽድቂ ብተኣማንነት ኪሕልዉ ኺግድዶም ኣይክእልን እዩ ነይሩ።
ልጅ አዋቂ፣ ብርቱ ደካማ ሳይል ሁላችንም ለጉባኤው አንድነትና መንፈሳዊነት የበኩላችንን አስተዋጽኦ ማበርከት የምንችለው እንዴት ነው?
ንኣሽቱ ንኹን ዓበይቲ፡ ብርቱዓት ንኹን ድኹማት፡ ኰታስ ነፍሲ ወከፍና ኸመይ ጌርና ንሓድነትን መንፈሳውነትን ጉባኤና ኣበርክቶ ኽንገብር ንኽእል፧
የጤና ችግርን ጨምሮ ከቁጥጥራችን ውጭ የሆኑ ሌሎች ተፈታታኝ ሁኔታዎች ሲያጋጥሙን ይሖዋ እንደሚያስብልን በመተማመን የሚያስጨንቀንን ነገር ሁሉ በእሱ ላይ መጣል ይኖርብናል።
ጸገማት ጥዕና ወይ ካብ ቍጽጽርና ወጻኢ ዝዀነ ኻልእ ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ኸም ዚሓልየልና ስለ እንኣምን፡ ጭንቀትና ናብኡ ኢና ኽንድርብዮ ዘሎና።
ኢዮብ ይህን እውነታ ተገንዝቧል።
እዮብ ነዚ ተረዲእዎ እዩ።
ይህን ስታደርግ ከልዩነቶቻችሁ ይልቅ የሚያመሳስሏችሁ ነገሮች እንደሚበዙ ትገነዘብ ይሆናል፤ በተጨማሪም እያንዳንዱ ባሕል የራሱ የሆነ ጥሩም ሆነ መጥፎ ጎን እንዳለው ትረዳለህ።
ነዊሕ ከይጸናሕካ፡ ካብቲ ዝሓሰብካዮ ፍልልያት ንላዕሊ፡ ሓያሎ ሓባራዊ ነገራት ከም ዘሎኩም፡ ኵሉ ባህሊ ድማ ነናቱ ብርታዐን ድኽመትን ከም ዘለዎ ኽትግንዘብ ኢኻ።
ሁላችንም ይሖዋ ሥልጣን ለሰጣቸው ሰዎች አክብሮት በማሳየት ለእሱ ታማኝ መሆን እንችላለን።
ከም ሓቂ እኳ፡ ኵላትና ነቶም የሆዋ ስልጣን ዝሃቦም ብምኽባር፡ ንዕኡ እሙናት ክንከውን ንኽእል ኢና።
ከዚህ ይልቅ አመለካከታቸው የተቀየረው የአምላክ መንፈስ ስለጠራቸው አልፎ ተርፎም አስተሳሰባቸውንና ተስፋቸውን ስለለወጠው ነው።
ኣብ ክንዳኡስ፡ እቲ ዝጸውዖም ወይ ዝዓደሞም መንፈስ ኣምላኽ፡ ንኣተሓሳስባኦምን ንተስፋኦምን ስለ ዝለወጦ እዩ።
ግርጌ አብዛኛውን ጊዜ ማበረታቻ ተብሎ የሚተረጎመው የግሪክኛ ቃል ቀጥተኛ ፍቺ ከጎኔ ሁን የሚል ነው።
፡ እ.ጽ. እታ ምትብባዕ ተባሂላ እትትርጐም ናይ ግሪኽኛ ቓል፡ ቃል ብቓሉ፡ ኣብ ጐድንኻ ኪኸውን ጻውዒት ምቕራብ ዚብል ትርጉም እዩ ዘለዋ።
ይሖዋ፣ ለአብርሃም ወንድ ልጅ እንደሚሰጠው ቃል ቢገባለትም ይህ የአምላክ አገልጋይ በእምነትና በትዕግሥት መጠበቅ አስፈልጎታል።
ንኣብርሃም ወዲ ኸም ዚወልድ ምስ ኣተስፈዎ፡ ኣብርሃም እምነትን ትዕግስትን ኬርኢ የድልዮ ነይሩ።
ከወንድሞችና ከእህቶች ጋር በመንግሥት አዳራሽ ውስጥም ሆነ በአገልግሎት ላይ ስትሆኑ አሊያም አብራችሁ ስትመገቡ ወይም በስልክ ስታወሩ ልባዊ አሳቢነት ልታሳዩ የምትችሉባቸውን መንገዶች ለማሰብ ሞክሩ።
ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ኣብ ኣገልግሎት፡ ኣብ መኣዲ፡ ወይ ብተሌፎን ክትዘራረብ ከለኻ ናይ ሓቂ ተገዳስነት እተርእየሉ መገድታት ኣናዲ።
በእርግጥም በስብከቱ ሥራ መካፈላችን ለሕይወት በምናደርገው ሩጫ ተስፋ እንዳንቆርጥ ይረዳናል።
እወ፡ ኣብ ዕዮ ስብከት ምስታፍ፡ ነቲ ኣብ ጕያ ህይወት ከይንሕለል ዝገበርናዮ ቘራጽነትን የድልድሎ እዩ።
በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ መናገሩም በይሖዋ ሙሉ በሙሉ እንደሚታመን ያሳያል።
ነዘን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት ብምዝራብ ድማ ምሉእ ብምሉእ ኣብ የሆዋ ተወከለ።
እንደ አንቲጳስ ያሉ በጥንት ዘመን የነበሩና ሰማዕት የሆኑ ክርስቲያኖች የኢየሱስን ምሳሌ በመከተል በንጹሕ አቋማቸው ጸንተዋል።
ከም ኣንቲጳስ ዝኣመሰሉ ቐዳሞት ክርስትያናት እውን ከም የሱስ ኣብ ንጽህናኦም ኣይተለማለሙን።
በቁሳዊ ረገድ ያለን ብዙም ይሁን ጥቂት ለይሖዋ ያለንን ፍቅር በዚህ መንገድ መግለጽ እንደምንችል የታወቀ ነው።
እዚ፡ በቲ ዘሎና መጠን ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉ እንኽእል ብሉጽ መገዲ እዩ።
አነስተኛ ቁጥር ያላቸው ቅቡዓን ቀሪዎች ለባልንጀሮቻቸው ባላቸው ፍቅር ተነሳስተውና በአምላክ መንፈስ እየተመሩ የመንግሥቱን ስብከት ሥራ በጽናት አከናውነዋል።
ሒደት ተረፍ ቅቡኣት ክርስትያናት በታ ንብጾቶም ዘላቶም ፍቕሪ ተደሪኾምን ብመንፈስ ኣምላኽ ተሓጊዞምን፡ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ጸኒዖም ይዓዩ ነይሮም እዮም።
መንፈስ ቅዱስ በእነዚህ ሰዎች በመጠቀም ታላቅ ሥራ አከናውኗል፤ ሆኖም በሰማይ ሕይወት ለማግኘት መመረጣቸውን የሚያሳየውን ልዩ ምሥክርነት አልሰጣቸውም።
መንፈስ ቅዱስ ኣብዞም ሰባት እዚኦም ኣበርቲዑ እኳ እንተ ዓየየ፡ ናብ ሰማያዊ ህይወት ከም እተሓርዩ ግና ብፍሉይ መገዲ ኣይመስከረሎምን።
ይሁንና እንዲህ ማድረግ ይቻላል?
እወ፡ ንሕና እውን ብመልክዕን ብምስልን ኣምላኽ ስለ እተገበርና፡ ንየሱስ ክንመስሎ ንኽእል ኢና።
የመጽሐፍ ቅዱስ ምሁራን በሺዎች የሚቆጠሩ የቅዱሳን መጻሕፍት ቁርጥራጮችን፣ በእጅ የተገለበጡ ጥንታዊ ቅጂዎችንና ትርጉሞችን አነጻጽረዋል፤ እንዲሁም በከፍተኛ ጥንቃቄ አጥንተዋል።
ምሁራት መጽሓፍ ቅዱስ ንኣሽሓት ቍርጽራጻትን ኢደ ጽሑፋትን ጥንታዊ ትርጉማትን ብደቂቕ ኣነጻጺሮምዎን ኣጽኒዖምዎን እዮም።
ሌሎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን የምንፈቅድ ከሆነ እነሱን ለመከተል መርጠናል ማለት ነው።
ካልኦት ኪውስኑልና ንፈቕደሎም እንተ ዄንና፡ ንዓታቶም ክንስዕብ ወሲንና ኢና።
አንዳንዶች በዝግመተ ለውጥ እንደሚያምኑ ቢናገሩም አምላክ እንዳለም ያስባሉ።
ገሊኦም ሰባት ኣብ ፍልቀት ከም ዚኣምኑ ይዛረቡ እዮም፣ ግናኸ፡ ኣምላኽ ከም ዘሎ እውን ይኣምኑ እዮም።
በተጨማሪም በዚህ ረገድ መተባበራችን ሁላችንም በፍቅር እንድናድግ ሊረዳን ይችላል።
ብዘይካዚ፡ ኣብ ከምዚ ምትሕብባርና፡ ንዅላትና ብፍቕሪ ኽንዓቢ ይሕግዘና እዩ።
ማበረታቻ መስጠት አንድ ሰው ላደረገው መልካም ነገር ማመስገንን ይጨምራል።
ምትብባዕ ኪብሃል ከሎ፡ ንሓደ ሰብ ስለቲ ዝገበሮ ጽቡቕ ነገራት ምንኣድ የጠቓልል።
ዘወትር መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናት፣ ባነበብነው ነገር ላይ ማሰላሰልና ያገኘነውን እውቀት በሥራ ላይ ማዋል ይህን ለማድረግ የሚያስችሉን ቁልፍ ነገሮች ናቸው።
ብጸሎት ዚግበር ስሩዕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ እቲ ዘንበብናዮ ምስትንታን፡ ድሕሪኡ ድማ ነቲ እተመሃርናዮ ኣብ ግብሪ ምውዓል፡ ንሕልናና ንምስልጣን ዜኽልእ ወሳኒ መገድታት እዩ።
የአምላክ ስም በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ እንዲኖር ማድረግ አስፈላጊ መሆኑን የሚጠቁሙት ማስረጃዎች ከጊዜ ወደ ጊዜ እየጨመሩ መጥተዋል እንጂ አልቀነሱም።
ስም ኣምላኽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኪዕቀብ ከም ዘለዎ ዚድግፍ መርትዖታት እናነከየ ዘይኰነስ፡ እናወሰኸ እዩ ኸይዱ።
ይሖዋ የምንኖርበትን ዘመን አስመልክቶ የሚከተለውን ትንቢት ተናግሯል፦ በዚያን ጊዜ ከብሔራት ቋንቋዎች ሁሉ የተውጣጡ አሥር ሰዎች የአንድን አይሁዳዊ ልብስ አጥብቀው በመያዝ አምላክ ከእናንተ ጋር መሆኑን ስለሰማን ከእናንተ ጋር እንሄዳለን ይላሉ።
የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንነብረሉ ግዜ ኸምዚ ኢሉ ተነብዩ ነይሩ እዩ፦ በተን መዓልትታት እቲአን፡ ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ሒዞም፡ እወ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ከም ዘሎ ሰሚዕና ኢና እሞ፡ ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና ኺብልዎ እዮም።
ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን በሚገባ ያሠለጠናቸው ሲሆን እነሱም በወቅቱ ይታወቅ በነበረው ዓለም ምሥራቹን ከዳር እስከ ዳር አዳርሰዋል።
ብዚግባእ ኣሰልጠኖም፡ ንሳቶም ድማ ኣብታ ሽዑ እትፍለጥ ዝነበረት ዓለም ነቲ ብስራት ዘርግሕዎ።
ሩት በይሖዋ ክንፎች ሥር ለመጠለል በመፈለጓ ከጊዜ በኋላ ቦዔዝ አድንቋታል።
ኣብቲ ግዜ እቲ ብዓል መሬት ዝነበረ ቦኣዝ ንሩት፡ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍ የሆዋ ጸግዒ ብምድላያ ንኢድዋ እዩ።
ተመላልሶ መጠየቅ ወይም የእረኝነት ጉብኝት ለማድረግ አሊያም ንግግር ለመስጠት በምትዘጋጅበት ጊዜ ቁልፍ በሆኑ ሐሳቦች ላይ ማስመርህ ወይም በኅዳጉ ላይ ማስታወሻ መያዝህ ይጠቅምሃል።
ነቲ ቐንዲ ሓሳባት ከተስምረሉ ወይ ኣብቲ ሕድጋት መዘኻኸሪ ኽትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ፣ እዚ ኸኣ፡ ተመላሊስካ ምብጻሕን ጕስነትን ንምግባር ወይ መደረ ንምሃብ ክትዳሎ ኸለኻ ኺጠቕመካ ይኽእል እዩ።
ከሩዋንዳ የተላከ አንድ ሪፖርት እንዲህ ይላል፦ ወንድሞች መጽሐፍ ቅዱስን የሚያስጠኗቸው ብዙ ሰዎች መጽሐፍ ቅዱስ ስለሌላቸው ለረጅም ጊዜ እድገት ሳያደርጉ ቆይተዋል።
ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ካብ ሩዋንዳ እተላእከ ጸብጻብ ከምዚ ይብል፦ ንነዊሕ እዋን፡ ምስ ኣሕዋት ዜጽንዑ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ስለ ዘይነበሮም ዕቤት ኣይገበሩን ነይሮም።
ያም ቢሆን ንጉሡ ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ አምላክ እንደሚደግፈው እርግጠኛ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ኣምላኽ ኣብ ዓራት ሕማሙ ኸም ዚድግፎ ርግጸኛ እዩ ነይሩ።
እኛም የመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪዎች እንደመሆናችን መጠን ተመሳሳይ ነገር ማድረግ አለብን።
ንሕና እውን ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን ከምኡ ኽንገብር ኣሎና።
በትዳር ውስጥ የሚፈጠሩ ችግሮችን ለመፍታት ስንጥር፣ ይሖዋ መንፈሱን እንዲሰጠን እንዲሁም የመጽሐፍ ቅዱስን መሠረታዊ ሥርዓቶች በተግባር ለማዋልና የመንፈስ ፍሬ ለማፍራት እንዲረዳን መጸለይም ይኖርብናል።
ብተወሳኺ፡ ኣብ ሓዳር ዜጋጥም ጸገማት ንምፍታሕ፡ የሆዋ መንፈሱ ምእንቲ ኺህበና፡ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስርዓታቱ ኣብ ግብሪ ንምውዓልን ፍረ መንፈስ ንምፍራይን ድማ ምእንቲ ኺሕግዘና ኽንጽሊ ኣሎና።
ከዚህም ሌላ የአንድ ቤተሰብ አባላት ለአምላክ ፍቅር ያላቸውና የእሱን ፈቃድ ማድረግ የሚፈልጉ እንደመሆናቸው መጠን ከአምላክ ቃል ባገኟቸው ሐሳቦች ላይ መወያየታቸው እርስ በርስ እንደሚያቀራርባቸው መገመት አያዳግትም።
ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ሓሳባት ምስ ዚዋሃሃቡ ኸኣ፡ እዚ ንሓድሕዶም የቀራርቦም እዩ፣ እወ፡ ኵላቶም ንሓደ ኣምላኽ የፍቅሩ፡ ኵላቶም እውን ፍቓዱ ንምግባር ባህጊ ይሓድሮም እዩ።
እንዲህ ያለውን ስሜት ለማሸነፍ ስለ ራስህ አንዳንድ ነገሮች ልትነግራቸው ትችላለህ።
ነዚ ስምዒት እዚ ንምስናፉ፡ ብዛዕባ ርእስኻ ኽትነግሮም ትኽእል ኢኻ።
ከምንወዳቸው ሰዎች ጋር አብረን ስንሠራ ይበልጥ የምንቀራረብ ከመሆኑም ሌላ ስለ እነሱ በደንብ ማወቅ እንችላለን።
ምስቶም እነፍቅሮም ክንዓዪ ኸለና፡ ምሳታቶም ንቀራረብ፡ ንባህርያቶም ከኣ ንፈልጦ ኢና።
ልበ ቅን የሆኑ ሰዎች ኃጢአት ምን እንደሆነ ሲገነዘቡ እንዲሁም ይሖዋ በታላቅ ፍቅሩና በጸጋው ተነሳስቶ ልጁን ወደ ምድር በመላክ ከኃጢአትና የኃጢአት ውጤት ከሆነው ከሞት እንደዋጀን ሲያውቁ በጣም ይደሰታሉ።
ቅኑዓት ሰባት፡ የሆዋ በታ ዓባይ ፍቕሩን ብጸጋኡን ተደሪኹ፡ ካብ ሓጢኣትን ካብቲ ሳዕቤኑ ዝዀነ ሞትን ምእንቲ ኺብጀወና ኢሉ ንወዱ ኸም ዝለኣኾ ምስ ፈለጡ እፎይታ ረኺቦም እዮም።
ኤልሳዕ ለስድስት ዓመት ያህል ከሠለጠነ በኋላ ኤልያስ በእስራኤል ውስጥ የሚያከናውነው አገልግሎት ሊያበቃ እንደሆነ ተገነዘበ።
ድሕሪኡ ኤልሳእ፡ ንሽዱሽተ ዓመት ዚኸውን ስልጠና ምስ ተዋህቦ፡ እቲ ኤልያስ ዚገብሮ ዝነበረ ዕዮ ዜብቅዓሉ ግዜ ኸም ዝኣኸለ ተገንዘበ።
ይሁንና የእኔ ሳይሆን የአንተ ፈቃድ ይፈጸም።
ግናኸ፡ ከም ፍቓድካ እምበር፡ ከም ፍቓደይ ኣይኹን በለ።
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧
ንጉሥ ዳዊት ይህን ተገንዝቦ ነበር።
ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ እዚ ተገንዚቡ ነይሩ እዩ።
ነጥቡን በምሳሌ ለማስረዳት፦ የምግብ ዝግጅት ባለሙያ የሆነ ሰው ምግቡን ለሌሎች ከማቅረቡ በፊት መቅመስ ቢኖርበትም በዚህ ብቻ መኖር አይችልም።
ነዚ ብምሳሌ ንምርዳእ፦ ሓደ ኸሻኒ ነቲ ዝኸሸኖ ምግቢ ንተመገብቲ ቕድሚ ምቕራቡ ኺጥዕሞ እኳ እንተ ኣለዎ፡ በቲ በብግዜኡ ዚጥዕሞ ምግቢ ጥራይ ዓጊቡ ኺነብር ግና ኣይክእልን እዩ።
ለምሳሌ ያህል፣ የአምላክን ሞገስ ለማግኘት ደምን አስመልክቶ የሰጠውን ሕግ ተግባራዊ ማድረግ አለብን።
ንኣብነት፡ ስምረት ኣምላኽ ንምርካብ፡ ምስቲ ብዛዕባ ደም ዚምልከት ሕጉ ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኣሎና።
ዳዊት የጸለየው ይሖዋ በተአምራዊ መንገድ እንዲፈውሰው አይደለም።
ዳዊት፡ ኣምላኽ ብተኣምራዊ መገዲ ኼሕውዮ ኣይኰነን ጸልዩ።
ለምሳሌ ያህል፣ የፆታ ብልግና የሚፈጽሙ ሰዎች የቅርብ ጓደኞቻችን ከሆኑ እኛም ብልግና ለመፈጸም ልንፈተን እንችላለን።
ንኣብነት፡ ጾታዊ ርኽሰት ምስ ዚፍጽሙ ሰባት እንተ ተዓራሪኽና፡ ንሕና እውን ርኽሰት ክንፍጽም ክንፍተን ንኽእል ኢና።
በአሁኑ ጊዜ በመላው ምድር ከ115,400 በላይ በሚሆኑ ጉባኤዎች ውስጥ የታቀፉ ከ8,000,000 በላይ የይሖዋ ምሥክሮች ያሉ ሲሆን ቁጥራችንም መጨመሩን ቀጥሏል።
ቍጽርና ስለ ዝዓበየ ኸኣ፡ 8,000,000 ኣቢሎም ዚዀኑ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዚርከባ ልዕሊ 115,400 ጉባኤታት የገልግሉ ኣለዉ፣ ቍጽርና ድማ ብቐጻሊ ይውስኽ እዩ ዘሎ።
በመሆኑም በዚያ ፈታኝ ወቅት የሚፈጠረው ነገር ምንም ይሁን ምን፣ የሚወደውን ልጁን መልሶ እንደሚያገኘው እርግጠኛ ነበር፤ ምክንያቱም ይሖዋ ቃል የገባቸው ነገሮች በሙሉ የሚፈጸሙት በይስሐቅ በኩል ነው።
በታ ፈታኒት መዓልቲ እቲኣ ዘጋጠመ እኳ እንተ ኣጋጠመ፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ምእንቲ ኺፍጸም፡ እቲ ፍቑር ወዱ ኸም ዚምለሰሉ እምንቶ ነይርዎ እዩ።
ሌሎች ሰዎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን በመፍቀድ አደገኛ የሆነ አካሄድ ልንከተል የምንችለው እንዴት ነው?
ካልኦት ኪውስኑልና ብምፍቃድ ኣብ ሓደጋ ኽንኣቱ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ባልና ሚስት ስሜታቸውን የሚገልጹበት መንገድ ተመሳሳይ አለመሆኑ ወይም በመካከላቸው የአስተዳደግ ልዩነት መኖሩ ችግሮች እንዲከሰቱ ሊያደርግ ይችላል፤ አሊያም ደግሞ ከገንዘብ፣ ከአማቶች ወይም ከልጅ አስተዳደግ ጋር በተያያዘ አለመግባባት ሊፈጠር ይችላል።
ኣብ ተፈጥሮኣዊ ባህርያትናን ኣተዓባብያናን ዘሎ ፍልልይ ድማ ነገር ኪፈጥር፡ ወይ እውን ብገንዘብን ብእንዳ ኣሕሙን ብኣተዓባብያ ቘልዑን ግጭት ኪልዓል ይኽእል እዩ።
ይሁን እንጂ ይሖዋን እንደምንወደው ማሳየት የምንችልበት ሌላም መንገድ አለ።
ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርኢ እንኽእለሉ ኻልእ መገድታት እውን ኣሎ።
ይሁንና የምንጸልየው ከአካላዊ ፍላጎታችን ጋር ስለተያያዙት ስለ እነዚህ ነገሮች ብቻ ከሆነ ይህ ሚዛናዊ እንዳልሆንን የሚጠቁም ነው።
ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባ እዚ እተጠቕሰ ብስጋ ዜድልየና ነገራት ጥራይ ንጽሊ እንተ ዄንና፡ ሚዛንና ስሒትና ኣለና ማለት እዩ።
ሐዋርያው አስፈላጊ የሆነውን ነገር በሚያሟላው በእያንዳንዱ መገጣጠሚያ አማካኝነት መተባበር እንደሚያስፈልግ ተናግሯል።
እቲ ሰብነት ብደገፍ መላግቦ ኸም ዚዋደድ እውን ገሊጹ ኣሎ።
በመሆኑም ለአምላክ ታማኝ የሆነ አንድ ሰው፣ የቅርብ ጓደኛው ወይም ዘመዱ መጥፎ ድርጊት እየፈጸመ ቢሆንም ለእሱ ታማኝ መሆን እንዳለበት ሊሰማው ይችላል።
ስለዚ፡ ሓደ ንኣምላኽ እሙን ዝዀነ ሰብ፡ ሕማቕ ንዚገብር ናይ ቀረባ ዓርኩ ወይ ቤተ ሰቡ እውን እሙን ኪኸውን ከም ዘለዎ ኺስምዖ ይኽእል እዩ።
ታዲያ ላይ ምርምር ማድረግ የምትችሉት እንዴት ነው?
እሞ ደኣ ብኸመይ ከተጽንዓ ትኽእል፧
እንዲሁም እሱን በሙሉ ልባችን፣ በሙሉ ነፍሳችን፣ በሙሉ አእምሯችንና በሙሉ ኃይላችን በመውደድ ለእሱ ያለን ፍቅር ምንጊዜም እየጨመረ ይሂድ!—⁠፤
’—።
በእርግጥም የዘላለም ሕይወት ተስፋ፣ የአምላክ ጸጋ የተገለጸበት ግሩም ስጦታ ነው።
እወ፡ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት ውህበት ኣምላኽን ዜደንቕ መግለጺ ጸጋኡን እዩ።
ልጁ አንዳንድ ነገሮችን የሚጠይቀው በስሜታዊነት በመሆኑ ብዙም ሳይቆይ ይረሳዋል።
ከመይሲ፡ ገሊኡ እቲ ውሉድ ዚሓትቶ ነገራት፡ ኣብቲ ህሞት እቲ ባህ ዝበሎ ጥራይ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
ጢሞቴዎስ ቅዱሳን መጻሕፍትን ጠንቅቆ ያውቅ ነበር።
ጢሞቴዎስ፡ ቅዱሳት ጽሑፋት ኣጸቢቑ ዚፈልጥ እዩ ነይሩ።
ይሖዋ በሕይወታችን ውስጥ እንዴት እንደሚረዳንና ለጸሎታችን እንዴት መልስ እንደሚሰጥ ስንመለከት እምነታችን ያድጋል።
የሆዋ ኣብ ህይወትና ኸመይ ገይሩ ኸም ዚሕግዘናን ንጸሎትና ኸመይ ገይሩ ኸም ዚምልሶን ኪፍለጠና ምስ ጀመረ፡ እምነትና ትዓቢ እያ።
በመሆኑም በዓለም ዙሪያ የሚገኙ የአምላክ ሕዝቦች ሌሎችን ቅር ላለማሰኘት ሲሉ የአካባቢውን ባሕል ግምት ውስጥ ያስገባሉ።
ስለዚ፡ ኣብ ብዘላ ዓለም ዘለዉ ህዝቢ የሆዋ ንሰባት ቅር ዜብል ነገር ምእንቲ ኸይገብሩ፡ ነቲ ኣብ ከባቢኦም ዘሎ ልምዲ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም።
ሰዎች የሚሰጡት ምላሽ ምንም ይሁን ምን የይሖዋ አገልጋዮች ምንጊዜም ሊኖራቸው የሚገባውን አቋም የአምላክ ቃል ይገልጻል።
ይኹን እምበር፡ ሰባት ዚህብዎ ምላሽ ብዘየገድስ፡ ቃል ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ህዝቢ ኣምላኽ ኪህልዎም ዘለዎ ስርዓት ይገልጽ እዩ።
በእሱ መታመንም ሆነ መመሪያውን መከተል የጥበብ እርምጃ የሆነበትን ምክንያት እንገነዘባለን።
ንዕኡ ኽንኣምኖን መምርሒኡ ኽንስዕብን ዘሎና ስለምንታይ ምዃኑ ኸኣ ንምሃር።
ሰይጣን ግን ተስፋ አልቆረጠም።
ሰይጣን ግና ተስፋ ኣይቈረጸን።
ይሖዋ፣ ያሰበውን ለማከናወን የማንም እገዛ የማያስፈልገው ቢሆንም ዓላማውን ዳር በማድረስ ረገድ ሌሎችም አብረውት እንዲሠሩ ገና ከጅምሩ በመጋበዝ ፍቅሩን አሳይቷል።
የሆዋ ዝደለዮ ዘበለ ብዘይ ሓገዝ ኪገብር ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ንኻልኦት ኣብ ዕላማኡ ምስኡ ኺዓይዩ ዓዲምዎም እዩ።
የምንኖረው በዚህ ሥርዓት ውስጥ ከመሆኑም ሌላ ሁላችንም ፍጹማን አይደለንም፤ በመሆኑም ሕመም ማናችንም ልናመልጠው የማንችለው ነገር ነው።
እዚ ሕጂ ዘሎ ስርዓት ክሳዕ ዝቐጸለን ንሕና ዘይፍጹማት ክሳዕ ዝዀንናን፡ ሕማም ዘይተርፍ ነገር እዩ።
እንዲህ ማድረግ አስፈላጊ የሚሆንባቸው በርካታ ሁኔታዎች አሉ።
ከነስተውዕለሉ ዜድልየና ብዙሕ ኣጋጣሚታት እውን ይህሉ ይኸውን።
በአንድ ወቅት ተቀባይነት እንደሌላቸው የሚታዩ ድርጊቶች በአሁኑ ጊዜ ተቀባይነት ከማግኘትም አልፈው በአንዳንድ አገሮች ሕጋዊ ሆነዋል።
ቅድሚ ሕጂ ተቐባልነት ከም ዘይብሉ ጌርካ ዚርአ ዝነበረ ነገራት፡ ሎሚ ኣብ ገሊኡ ቦታታት ሕጋዊ ይኸውን ኣሎ።
ኢየሱስ ስለ ዕለት ምግባችን ሲጠቅስ በየቀኑ ስለሚያስፈልገን ነገር መናገሩ እንደሆነ ግልጽ ነው።
የሱስ ብዛዕባ ናይ ዕለት እንጌራና ኺዛረብ ከሎ፡ ነቲ ሽዑ ሽዑ ዜድልየና ነገራት እዩ ዜመልክት ነይሩ ዚኸውን።
አሊያም ደግሞ ያለንን ቦታ፣ ኃላፊነት ካላቸው ሰዎች ጋር ያለንን ቅርርብ ወይም የግል አመለካከታችንን መሠረት በማድረግ ሌሎች የእኛን አቋም እንዲቀበሉ ለመጫን እንፈተን ይሆናል፤ እንዲህ ስናደርግ ልካችንን ማወቅ ተስኖን እብሪተኛ ወደ መሆን እየሄድን እንደሆነ እንኳ ላይታወቀን ይችላል።
ወይ ከኣ፡ ኣብ ዘሎና ቦታ፡ ዝምድና፡ ወይ ውልቃዊ ኣተሓሳስባና ተመርኲስና ጥራይ ተሪር ርእይቶ ንህብ፡ ካብ ትሕትና ናብ ድፍረት ንሰጋገር ምህላውና እውን ኣይነስተብህልን ንኸውን።
እንደ ነቢዩ ዘካርያስ ሁሉ ኢየሱስም በአምላክ ሕዝቦች መካከል የሚኖረውን አስደሳች አንድነት አጉልቷል።
የሱስ እውን ከም ነብዪ ዘካርያስ፡ ነቲ ህዝቢ ኣምላኽ ዘለዎም ባህ ዜብል ሓድነት ኣጕሊሑ እዩ።
ፈሪሃ አምላክ እንዳላቸው ሌሎች ሰዎች ሁሉ እሱም፣ ይሖዋ የሰውን ዘር ከሞት ባርነት ነፃ የሚያወጣበትን ጊዜ በዓይነ ሕሊናው ተመልክቶ ሊሆን ይችላል።
ከምቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮም ካልኦት ሰባት፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብ ሞት ሓራ ዜውጽኣሉ እዋን እውን ይፈልጥ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
በመሆኑም በእኛ ላይ የሚገዛው የአምላክ ጸጋ ነው።
በዚ ኸምዚ፡ ጸጋ ኣባና ይነግስ።
ይህም በጉባኤ ውስጥ ሰላምና ሥርዓት እንዲሰፍን አስተዋጽኦ ያደርጋል።
እዚ ድማ ኣብ ጉባኤ ሰላምን ስርዓትን እዩ ዜስፍን።
እንዲህ ለማድረግ የሚያነሳሳን ሁኔታዎቹ መቀየራቸው ሊሆን ይችላል።
ለውጢ ዅነታት ከምኡ ኽንገብር ኪድርኸና ይኽእል እዩ።
ቁልፉ ነገር ኢየሱስ በጉባኤ ውስጥ አመራር እንዲሰጡ የሾማቸውን ሽማግሌዎች ማክበርና ለእነሱ መገዛት ነው።
ነቶም የሱስ ኣብ ጉባኤ መምርሒ ንምሃብ ዚጥቀመሎም ሽማግለታት ክንግዝኦምን ከነኽብሮምን ኣሎና።
ይሖዋ በጸጋው ከሰጠን ግሩም በረከቶች አንዱ ልባችን ሲጨነቅ ማጽናኛ ማግኘት መቻላችን ነው።
የሆዋ ብጸጋኡ ንዝጐሃየ ልቢ ዜጸናንዕ ምዃኑ ዓብዪ በረኸት እዩ።