Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,100 | am_tg | እንዲህ ያሉት ዓመፀኞች ወዲያውኑ ሊጠፉ እንጂ ክፋትን እንደገና እንዲያስፋፉ ሊፈቀድላቸው እንደማይገባ የሰው ልጆች ታሪክ በቂ ማስረጃ ይሆናል። | ከመይሲ፡ ነቶም ዓለወኛታት ቀልጢፉ ንምጥፋእ፡ ነቲ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ዘጋጠመ ነገራት ከም ብቑዕ ምኽንያት ገይሩ ኺጥቀመሉ ይኽእል እዩ፣ እከይ ከም ብሓድሽ ኪህሉ ድማ ኣይኪፈቅድን እዩ። |
1,101 | tg_am | ከመይሲ፡ ነቶም ዓለወኛታት ቀልጢፉ ንምጥፋእ፡ ነቲ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ዘጋጠመ ነገራት ከም ብቑዕ ምኽንያት ገይሩ ኺጥቀመሉ ይኽእል እዩ፣ እከይ ከም ብሓድሽ ኪህሉ ድማ ኣይኪፈቅድን እዩ። | እንዲህ ያሉት ዓመፀኞች ወዲያውኑ ሊጠፉ እንጂ ክፋትን እንደገና እንዲያስፋፉ ሊፈቀድላቸው እንደማይገባ የሰው ልጆች ታሪክ በቂ ማስረጃ ይሆናል። |
1,102 | am_tg | ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮች ላይ ትኩረት ያደረገ ከመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል። | ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሽ ኣተኲሩ ነበረ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሽቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኸኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበረ። |
1,103 | tg_am | ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሽ ኣተኲሩ ነበረ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሽቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኸኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበረ። | ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮች ላይ ትኩረት ያደረገ ከመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል። |
1,104 | am_tg | ጳውሎስ ከኋላዬ ያሉትን ነገሮች እየረሳሁ ከፊቴ ወዳሉት ነገሮች እንጠራራለሁ፤ . . . የሰማያዊውን ሕይወት ሽልማት አገኝ ዘንድ ግቡ ላይ ለመድረስ እየተጣጣርኩ ነው በማለት ጽፏል። | ነቲ ብድሕረይ ዘሎ እናረሳዕኩ፡ ናብቲ ብቕድመይ ዘሎ ድማ እናተመጣጠርኩ፡ ናብቲ ሸቶ ኣቢለ እግስግስ ኣለኹ ኢሉ ጸሓፈ። |
1,105 | tg_am | ነቲ ብድሕረይ ዘሎ እናረሳዕኩ፡ ናብቲ ብቕድመይ ዘሎ ድማ እናተመጣጠርኩ፡ ናብቲ ሸቶ ኣቢለ እግስግስ ኣለኹ ኢሉ ጸሓፈ። | ጳውሎስ ከኋላዬ ያሉትን ነገሮች እየረሳሁ ከፊቴ ወዳሉት ነገሮች እንጠራራለሁ፤ . . . የሰማያዊውን ሕይወት ሽልማት አገኝ ዘንድ ግቡ ላይ ለመድረስ እየተጣጣርኩ ነው በማለት ጽፏል። |
1,106 | am_tg | ነጠላ መሆኑ ባስገኘለት አጋጣሚ ሙሉ በሙሉ በመጠቀም ሐሳቡ ሳይከፋፈል ዘወትር ለጌታ ያደረ መሆን ችሏል። | በቲ ንጽል ብምዃኑ ዝረኸቦ ናጽነት ተጠቒሙ ኸኣ፡ ከየስገለ ንጐይታ ኣገልጊሉ እዩ። |
1,107 | tg_am | በቲ ንጽል ብምዃኑ ዝረኸቦ ናጽነት ተጠቒሙ ኸኣ፡ ከየስገለ ንጐይታ ኣገልጊሉ እዩ። | ነጠላ መሆኑ ባስገኘለት አጋጣሚ ሙሉ በሙሉ በመጠቀም ሐሳቡ ሳይከፋፈል ዘወትር ለጌታ ያደረ መሆን ችሏል። |
1,108 | am_tg | እንደ ጳውሎስ ሁሉ አንዳንድ የአምላክ አገልጋዮችም ነጠላ ሆነው ለመኖር ወስነዋል፤ ይህ ደግሞ የቤተሰብ ኃላፊነት እንዳይበዛባቸው ስለሚያደርግ የመንግሥቱን አገልግሎት በቅንዓት ለማከናወን አስችሏቸዋል። | ገሊኦም ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ከም ጳውሎስ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቤት ከይሃለዎም ገዛእ ርእሶም ንኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ኺውፍዩ፡ ከይተመርዓዉ ኺጸንሑ መሪጾም እዮም። |
1,109 | tg_am | ገሊኦም ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ከም ጳውሎስ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቤት ከይሃለዎም ገዛእ ርእሶም ንኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ኺውፍዩ፡ ከይተመርዓዉ ኺጸንሑ መሪጾም እዮም። | እንደ ጳውሎስ ሁሉ አንዳንድ የአምላክ አገልጋዮችም ነጠላ ሆነው ለመኖር ወስነዋል፤ ይህ ደግሞ የቤተሰብ ኃላፊነት እንዳይበዛባቸው ስለሚያደርግ የመንግሥቱን አገልግሎት በቅንዓት ለማከናወን አስችሏቸዋል። |
1,110 | am_tg | አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖች ብዙ የቤተሰብ ኃላፊነት ይኖርባቸዋል። | መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቤት ኣለዎም። |
1,111 | tg_am | መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቤት ኣለዎም። | አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖች ብዙ የቤተሰብ ኃላፊነት ይኖርባቸዋል። |
1,112 | am_tg | ይሁንና ያገቡም ሆኑ ያላገቡ ክርስቲያኖች ማንኛውንም ሸክም አንስተው በመጣል ብዙ ትኩረት የሚከፋፍሉ ነገሮች ሳይኖሩባቸው አምላክን ማገልገል ይችላሉ። | ይኹን እምበር፡ እተመርዓና ንኹን ዘይተመርዓና ብዘየገድስ፡ ኵላትና ንዅሉ ኽብደት ክንቅንጥጦን ንየሆዋ ብዙሕ ከየስገልና ኸነገልግሎን ንኽእል ኢና። |
1,113 | tg_am | ይኹን እምበር፡ እተመርዓና ንኹን ዘይተመርዓና ብዘየገድስ፡ ኵላትና ንዅሉ ኽብደት ክንቅንጥጦን ንየሆዋ ብዙሕ ከየስገልና ኸነገልግሎን ንኽእል ኢና። | ይሁንና ያገቡም ሆኑ ያላገቡ ክርስቲያኖች ማንኛውንም ሸክም አንስተው በመጣል ብዙ ትኩረት የሚከፋፍሉ ነገሮች ሳይኖሩባቸው አምላክን ማገልገል ይችላሉ። |
1,114 | am_tg | ይህ ደግሞ ጊዜ የሚያባክኑ ልማዶችን ማስወገድና በአምላክ አገልግሎት የሚያሳልፉትን ጊዜ ከፍ ለማድረግ የሚያስችል ግብ ማውጣት ይጠይቅባቸው ይሆናል። | እዚ ኸኣ፡ ግዜ ዜጥፍእ ልማዳት ምንካይን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ እነሕልፎ ግዜ ንምውሳኽ ሸቶ ምውጻእን ዚሓትት ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,115 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ ግዜ ዜጥፍእ ልማዳት ምንካይን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ እነሕልፎ ግዜ ንምውሳኽ ሸቶ ምውጻእን ዚሓትት ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ይህ ደግሞ ጊዜ የሚያባክኑ ልማዶችን ማስወገድና በአምላክ አገልግሎት የሚያሳልፉትን ጊዜ ከፍ ለማድረግ የሚያስችል ግብ ማውጣት ይጠይቅባቸው ይሆናል። |
1,116 | am_tg | አምላክን እንደምንወደው ማሳየት የምንችልባቸው አንዳንድ መንገዶች የትኞቹ ናቸው? | ንኣምላኽ ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧ |
1,117 | tg_am | ንኣምላኽ ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧ | አምላክን እንደምንወደው ማሳየት የምንችልባቸው አንዳንድ መንገዶች የትኞቹ ናቸው? |
1,118 | am_tg | በአገራችንም ሆነ በዓለም ዙሪያ የሚካሄደውን የመንግሥቱን ሥራ ባለን ሀብት መደገፍ እንችላለን። | ኣብ ከባቢናን ኣብ መላእ ዓለምን ንዚግበር ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ብስጋዊ ጥሪትና ኽንድግፍ ንኽእል ኢና። |
1,119 | tg_am | ኣብ ከባቢናን ኣብ መላእ ዓለምን ንዚግበር ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ብስጋዊ ጥሪትና ኽንድግፍ ንኽእል ኢና። | በአገራችንም ሆነ በዓለም ዙሪያ የሚካሄደውን የመንግሥቱን ሥራ ባለን ሀብት መደገፍ እንችላለን። |
1,120 | am_tg | በቁሳዊ ረገድ ያለን ብዙም ይሁን ጥቂት ለይሖዋ ያለንን ፍቅር በዚህ መንገድ መግለጽ እንደምንችል የታወቀ ነው። | እዚ፡ በቲ ዘሎና መጠን ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉ እንኽእል ብሉጽ መገዲ እዩ። |
1,121 | tg_am | እዚ፡ በቲ ዘሎና መጠን ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉ እንኽእል ብሉጽ መገዲ እዩ። | በቁሳዊ ረገድ ያለን ብዙም ይሁን ጥቂት ለይሖዋ ያለንን ፍቅር በዚህ መንገድ መግለጽ እንደምንችል የታወቀ ነው። |
1,122 | am_tg | ይሁን እንጂ ይሖዋን እንደምንወደው ማሳየት የምንችልበት ሌላም መንገድ አለ። | ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርኢ እንኽእለሉ ኻልእ መገድታት እውን ኣሎ። |
1,123 | tg_am | ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርኢ እንኽእለሉ ኻልእ መገድታት እውን ኣሎ። | ይሁን እንጂ ይሖዋን እንደምንወደው ማሳየት የምንችልበት ሌላም መንገድ አለ። |
1,124 | am_tg | ኢየሱስ ለተከታዮቹ ስለ ምግብና ልብስ መጨነቃቸውን ትተው መንግሥቱን እንዲያስቀድሙ ማሳሰቢያ እንደሰጣቸው አስታውስ። | ነቲ የሱስ ንሰዓብቱ፡ ብዛዕባ ምግብን ክዳንን ከይጭነቑ፣ እኳ ደኣስ፡ ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ኺደልዩ ኸም ዘለዎም ዝሃቦም መዘኻኽሪ እሞ ዘክሮ። |
1,125 | tg_am | ነቲ የሱስ ንሰዓብቱ፡ ብዛዕባ ምግብን ክዳንን ከይጭነቑ፣ እኳ ደኣስ፡ ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ኺደልዩ ኸም ዘለዎም ዝሃቦም መዘኻኽሪ እሞ ዘክሮ። | ኢየሱስ ለተከታዮቹ ስለ ምግብና ልብስ መጨነቃቸውን ትተው መንግሥቱን እንዲያስቀድሙ ማሳሰቢያ እንደሰጣቸው አስታውስ። |
1,126 | am_tg | ኢየሱስ በሰማይ የሚኖረው አባታችን የሚያስፈልገንን ነገር እንደሚያውቅ ተናግሯል። | ኣቦ ብሓቂ ዜድልዮም ነገር ከም ዚፈልጥ ገሊጹ እዩ። |
1,127 | tg_am | ኣቦ ብሓቂ ዜድልዮም ነገር ከም ዚፈልጥ ገሊጹ እዩ። | ኢየሱስ በሰማይ የሚኖረው አባታችን የሚያስፈልገንን ነገር እንደሚያውቅ ተናግሯል። |
1,128 | am_tg | አምላክ በገባልን በዚህ ቃል ላይ ያለን እምነት ለይሖዋ ያለን ፍቅር ምን ያህል ጥልቀት እንዳለው ያሳያል፤ ምክንያቱም ፍቅርና እምነት የማይነጣጠሉ ነገሮች ናቸው። | ፍቕርን እምንቶን ኢድ ንኢድ ተተሓሒዘን ዚኸዳ ባህርያት ስለ ዝዀና፡ መጠን እቲ ኣብዚ ተስፋ እዚ ዘሎና እምንቶ ዕምቈት እቲ ንየሆዋ ዘሎና ፍቕሪ ዜርኢ እዩ። |
1,129 | tg_am | ፍቕርን እምንቶን ኢድ ንኢድ ተተሓሒዘን ዚኸዳ ባህርያት ስለ ዝዀና፡ መጠን እቲ ኣብዚ ተስፋ እዚ ዘሎና እምንቶ ዕምቈት እቲ ንየሆዋ ዘሎና ፍቕሪ ዜርኢ እዩ። | አምላክ በገባልን በዚህ ቃል ላይ ያለን እምነት ለይሖዋ ያለን ፍቅር ምን ያህል ጥልቀት እንዳለው ያሳያል፤ ምክንያቱም ፍቅርና እምነት የማይነጣጠሉ ነገሮች ናቸው። |
1,130 | am_tg | የማናምነውን ሰው ልንወደው አንችልም። | ከመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኸነፍቅሮ ኣይኽእልን ኢና። |
1,131 | tg_am | ከመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኸነፍቅሮ ኣይኽእልን ኢና። | የማናምነውን ሰው ልንወደው አንችልም። |
1,132 | am_tg | ኢየሱስ የአምላክ ቃል የሆነው መጽሐፍ ቅዱስ ከሁሉ የተሻለ የሕይወት መመሪያ እንደሆነ በእርግጠኝነት ያምን ነበር። | የሱስ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይኣምን ነይሩ እዩ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ንህይወትና ብሉጽ መምርሒ ይህብ እዩ። |
1,133 | tg_am | የሱስ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይኣምን ነይሩ እዩ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ንህይወትና ብሉጽ መምርሒ ይህብ እዩ። | ኢየሱስ የአምላክ ቃል የሆነው መጽሐፍ ቅዱስ ከሁሉ የተሻለ የሕይወት መመሪያ እንደሆነ በእርግጠኝነት ያምን ነበር። |
1,134 | am_tg | የኢየሱስን ምሳሌ በመከተል መጽሐፍ ቅዱስን በየቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል። | ንሕና እውን ኣብነት የሱስ ብምስዓብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸነንብቦን ከነጽንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኸነስተንትንን ኣሎና። |
1,135 | tg_am | ንሕና እውን ኣብነት የሱስ ብምስዓብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸነንብቦን ከነጽንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኸነስተንትንን ኣሎና። | የኢየሱስን ምሳሌ በመከተል መጽሐፍ ቅዱስን በየቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል። |
1,136 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስን በጥቅሉ ከማጥናት በተጨማሪ ጥያቄዎች በሚፈጥሩብህ ርዕሰ ጉዳዮች ላይ ጥልቅ ምርምር አድርግ። | ኣብ ርእሲ እቲ ሓፈሻዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሕቶታት ኪህልወካ ኣብ ዚኽእል ጕዳያት እውን ኣዕሚቝካ ዅዓት። |
1,137 | tg_am | ኣብ ርእሲ እቲ ሓፈሻዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሕቶታት ኪህልወካ ኣብ ዚኽእል ጕዳያት እውን ኣዕሚቝካ ዅዓት። | መጽሐፍ ቅዱስን በጥቅሉ ከማጥናት በተጨማሪ ጥያቄዎች በሚፈጥሩብህ ርዕሰ ጉዳዮች ላይ ጥልቅ ምርምር አድርግ። |
1,138 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የምንኖረው በመጨረሻዎቹ ቀኖች ውስጥ መሆኑን የሚያሳየውን ቅዱስ ጽሑፋዊ ማስረጃ በዝርዝር በማጥናት የዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀረበ ያለህን እምነት ማጠናከር ትችላለህ። | ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ከም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኽትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጽሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ከተጽንዕ ትኽእል ኢኻ። |
1,139 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ከም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኽትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጽሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ከተጽንዕ ትኽእል ኢኻ። | ለምሳሌ ያህል፣ የምንኖረው በመጨረሻዎቹ ቀኖች ውስጥ መሆኑን የሚያሳየውን ቅዱስ ጽሑፋዊ ማስረጃ በዝርዝር በማጥናት የዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀረበ ያለህን እምነት ማጠናከር ትችላለህ። |
1,140 | am_tg | ከዚህ በፊት ፍጻሜያቸውን ያገኙ በርካታ ትንቢቶችን በማጥናት ገና ፍጻሜያቸውን ባላገኙ የመጽሐፍ ቅዱስ ተስፋዎች ላይ ያለህን እምነት አጠናክር። | ኣብ ናይ መጻኢ ተስፋታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ምእንቲ ኺድልድል፡ ነቲ ድሮ እተፈጸመ ሓያሎ ትንቢታት ክትምርምሮ ትኽእል ኢኻ። |
1,141 | tg_am | ኣብ ናይ መጻኢ ተስፋታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ምእንቲ ኺድልድል፡ ነቲ ድሮ እተፈጸመ ሓያሎ ትንቢታት ክትምርምሮ ትኽእል ኢኻ። | ከዚህ በፊት ፍጻሜያቸውን ያገኙ በርካታ ትንቢቶችን በማጥናት ገና ፍጻሜያቸውን ባላገኙ የመጽሐፍ ቅዱስ ተስፋዎች ላይ ያለህን እምነት አጠናክር። |
1,142 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ የሰዎችን ሕይወት እንደሚለውጥ የሚያሳዩ ተሞክሮዎችን በማንበብ የአምላክ ቃል የያዘው ምክር ጠቃሚ መሆኑን በተመለከተ ያለህን እምነት ገንባ። | መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ገይሩ ህይወት ሰባት ከም ዜመሓይሽ ዜርኢ ኣብነታት ብምንባብ ከኣ፡ ግብራዊ ጥቕሚ ኸም ዘለዎ እምንቶ ኸተሕድር ትኽእል ኢኻ። |
1,143 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ገይሩ ህይወት ሰባት ከም ዜመሓይሽ ዜርኢ ኣብነታት ብምንባብ ከኣ፡ ግብራዊ ጥቕሚ ኸም ዘለዎ እምንቶ ኸተሕድር ትኽእል ኢኻ። | መጽሐፍ ቅዱስ የሰዎችን ሕይወት እንደሚለውጥ የሚያሳዩ ተሞክሮዎችን በማንበብ የአምላክ ቃል የያዘው ምክር ጠቃሚ መሆኑን በተመለከተ ያለህን እምነት ገንባ። |
1,144 | am_tg | በተጨማሪም ይሖዋ በገባልህ ግሩም ተስፋዎች ላይ በማሰላሰል የኢየሱስን አርዓያ መከተል ትችላለህ። | ንስኻ እውን ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዘተስፈወና ዜደንቕ ተስፋታት ብምስትንታን፡ ንየሱስ ክትመስሎ ትኽእል ኢኻ። |
1,145 | tg_am | ንስኻ እውን ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዘተስፈወና ዜደንቕ ተስፋታት ብምስትንታን፡ ንየሱስ ክትመስሎ ትኽእል ኢኻ። | በተጨማሪም ይሖዋ በገባልህ ግሩም ተስፋዎች ላይ በማሰላሰል የኢየሱስን አርዓያ መከተል ትችላለህ። |
1,146 | am_tg | አምላክ የሰጣቸው እነዚህ ተስፋዎች በጥቅሉ ለሰው ልጆች ሳይሆን በግለሰብ ደረጃ ለአንተ እንደተሰጡ አድርገህ አስብ። | እቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንዓኻ ብውልቂ እውን ከም ዚምልከተካ ጌርካ ርኣዮ። |
1,147 | tg_am | እቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንዓኻ ብውልቂ እውን ከም ዚምልከተካ ጌርካ ርኣዮ። | አምላክ የሰጣቸው እነዚህ ተስፋዎች በጥቅሉ ለሰው ልጆች ሳይሆን በግለሰብ ደረጃ ለአንተ እንደተሰጡ አድርገህ አስብ። |
1,148 | am_tg | ብዙ ሰዎች ለመዝናናት ብለው የሚያዩአቸው ወይም የሚፈጽሟቸው ነገሮች መጽሐፍ ቅዱስ ዓመፅ፣ የፆታ ብልግና፣ መናፍስትነት ወይም ርኩሰት እንደሆኑ የሚገልጻቸው ድርጊቶች ናቸው። | ብዙሓት ሰባት ንምዝንጋዕ ኢሎም ዚርእይዎ ወይ ዚገብርዎ ነገራት፡ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዓመጻ፡ ርኽሰት፡ መናፍስትነት፡ ወይ እከይ ገይሩ ዚቘጽሮ ተግባራት እዩ። |
1,149 | tg_am | ብዙሓት ሰባት ንምዝንጋዕ ኢሎም ዚርእይዎ ወይ ዚገብርዎ ነገራት፡ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዓመጻ፡ ርኽሰት፡ መናፍስትነት፡ ወይ እከይ ገይሩ ዚቘጽሮ ተግባራት እዩ። | ብዙ ሰዎች ለመዝናናት ብለው የሚያዩአቸው ወይም የሚፈጽሟቸው ነገሮች መጽሐፍ ቅዱስ ዓመፅ፣ የፆታ ብልግና፣ መናፍስትነት ወይም ርኩሰት እንደሆኑ የሚገልጻቸው ድርጊቶች ናቸው። |
1,150 | am_tg | ለምሳሌ ኢንተርኔት፣ የቴሌቪዥን ፕሮግራሞች፣ ፊልሞች፣ ልብ ወለድ መጻሕፍትና መጽሔቶች ዓመፅንና የፆታ ብልግናን እንደ መልካም ነገር አድርገው ያቀርባሉ። | ንኣብነት፡ ኣብ ኢንተርነትን መደባት ተለቪዥንን ፊልምታትን መጻሕፍትን መጽሔታትን፡ ንዓመጻን ንርኽሰትን ዚንእድ ነገራት እዩ ዚቐርብ። |
1,151 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ኢንተርነትን መደባት ተለቪዥንን ፊልምታትን መጻሕፍትን መጽሔታትን፡ ንዓመጻን ንርኽሰትን ዚንእድ ነገራት እዩ ዚቐርብ። | ለምሳሌ ኢንተርኔት፣ የቴሌቪዥን ፕሮግራሞች፣ ፊልሞች፣ ልብ ወለድ መጻሕፍትና መጽሔቶች ዓመፅንና የፆታ ብልግናን እንደ መልካም ነገር አድርገው ያቀርባሉ። |
1,152 | am_tg | በአንድ ወቅት ተቀባይነት እንደሌላቸው የሚታዩ ድርጊቶች በአሁኑ ጊዜ ተቀባይነት ከማግኘትም አልፈው በአንዳንድ አገሮች ሕጋዊ ሆነዋል። | ቅድሚ ሕጂ ተቐባልነት ከም ዘይብሉ ጌርካ ዚርአ ዝነበረ ነገራት፡ ሎሚ ኣብ ገሊኡ ቦታታት ሕጋዊ ይኸውን ኣሎ። |
1,153 | tg_am | ቅድሚ ሕጂ ተቐባልነት ከም ዘይብሉ ጌርካ ዚርአ ዝነበረ ነገራት፡ ሎሚ ኣብ ገሊኡ ቦታታት ሕጋዊ ይኸውን ኣሎ። | በአንድ ወቅት ተቀባይነት እንደሌላቸው የሚታዩ ድርጊቶች በአሁኑ ጊዜ ተቀባይነት ከማግኘትም አልፈው በአንዳንድ አገሮች ሕጋዊ ሆነዋል። |
1,154 | am_tg | ይህ መሆኑ ግን እነዚህ ድርጊቶች በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት እንዲያገኙ አያደርግም። | ኰይኑ ግና፡ እቲ ተግባራት ሕጋዊ ምዃኑ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተቐባልነት ኣለዎ ማለት ኣይኰነን። |
1,155 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ እቲ ተግባራት ሕጋዊ ምዃኑ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተቐባልነት ኣለዎ ማለት ኣይኰነን። | ይህ መሆኑ ግን እነዚህ ድርጊቶች በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት እንዲያገኙ አያደርግም። |
1,156 | am_tg | በመጀመሪያው መቶ ዘመን የኖሩ የኢየሱስ ተከታዮች ርኩስ ከሆነ መዝናኛ ይርቁ ነበር። | ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሰዓብቲ የሱስ፡ ካብ ርኹስ መዘናግዒ ይርሕቁ ነበሩ። |
1,157 | tg_am | ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሰዓብቲ የሱስ፡ ካብ ርኹስ መዘናግዒ ይርሕቁ ነበሩ። | በመጀመሪያው መቶ ዘመን የኖሩ የኢየሱስ ተከታዮች ርኩስ ከሆነ መዝናኛ ይርቁ ነበር። |
1,158 | am_tg | እንዲህ በማድረጋቸውና አምላካዊ ባሕርያትን በማንጸባረቃቸው መጥፎ ስም ይሰጣቸው እንዲሁም ስደት ይደርስባቸው ነበር። | በዚ ምኽንያት እዝን ብምኽንያት እቲ ንኣምላኽ ዜኽብር ጠባዮምን፡ ካልኦት ሰባት የካፍእዎምን መስጐጕቲ የውርዱሎምን ነበሩ። |
1,159 | tg_am | በዚ ምኽንያት እዝን ብምኽንያት እቲ ንኣምላኽ ዜኽብር ጠባዮምን፡ ካልኦት ሰባት የካፍእዎምን መስጐጕቲ የውርዱሎምን ነበሩ። | እንዲህ በማድረጋቸውና አምላካዊ ባሕርያትን በማንጸባረቃቸው መጥፎ ስም ይሰጣቸው እንዲሁም ስደት ይደርስባቸው ነበር። |
1,160 | am_tg | ሐዋርያው ጴጥሮስ ለክርስቲያኖች ሲጽፍ እንዲህ ብሏል፦ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ከእነሱ ጋር መሮጣችሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉ፤ በመሆኑም ይሰድቧችኋል። | ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም ይግረሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ከኣ ይጸርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጸሓፈ። |
1,161 | tg_am | ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም ይግረሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ከኣ ይጸርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጸሓፈ። | ሐዋርያው ጴጥሮስ ለክርስቲያኖች ሲጽፍ እንዲህ ብሏል፦ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ከእነሱ ጋር መሮጣችሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉ፤ በመሆኑም ይሰድቧችኋል። |
1,162 | am_tg | አንዳንዶች፣ የፈለግነውን ውሳኔ ብናደርግ ምንም ለውጥ አያመጣም የሚል አመለካከት አላቸው። | ገሊኦም ሰባት እንገብሮ ምርጫታት ዘየገድስ ኰይኑ ይስምዖም እዩ። |
1,163 | tg_am | ገሊኦም ሰባት እንገብሮ ምርጫታት ዘየገድስ ኰይኑ ይስምዖም እዩ። | አንዳንዶች፣ የፈለግነውን ውሳኔ ብናደርግ ምንም ለውጥ አያመጣም የሚል አመለካከት አላቸው። |
1,164 | am_tg | ይሁንና ይሖዋን የሚያስደስትና ጥበብ የተንጸባረቀበት ውሳኔ ለማድረግ ይሖዋ ባስጻፈው በቃሉ ውስጥ የሚገኙትን ሕጎችና መሠረታዊ ሥርዓቶች መመርመር ብሎም ተግባራዊ ማድረግ ይኖርብናል። | ንየሆዋ ባህ ዜብሎ ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ግና፡ ነቲ ኣብ ጽሑፍ ኣብ ዝሰፈረ ቓል የሆዋ ዚርከብ ሕግታትን ስርዓታትን ኣብ ግምት ኣእቲና ምስኡ ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኣሎና። |
1,165 | tg_am | ንየሆዋ ባህ ዜብሎ ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ግና፡ ነቲ ኣብ ጽሑፍ ኣብ ዝሰፈረ ቓል የሆዋ ዚርከብ ሕግታትን ስርዓታትን ኣብ ግምት ኣእቲና ምስኡ ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኣሎና። | ይሁንና ይሖዋን የሚያስደስትና ጥበብ የተንጸባረቀበት ውሳኔ ለማድረግ ይሖዋ ባስጻፈው በቃሉ ውስጥ የሚገኙትን ሕጎችና መሠረታዊ ሥርዓቶች መመርመር ብሎም ተግባራዊ ማድረግ ይኖርብናል። |
1,166 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የአምላክን ሞገስ ለማግኘት ደምን አስመልክቶ የሰጠውን ሕግ ተግባራዊ ማድረግ አለብን። | ንኣብነት፡ ስምረት ኣምላኽ ንምርካብ፡ ምስቲ ብዛዕባ ደም ዚምልከት ሕጉ ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኣሎና። |
1,167 | tg_am | ንኣብነት፡ ስምረት ኣምላኽ ንምርካብ፡ ምስቲ ብዛዕባ ደም ዚምልከት ሕጉ ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኣሎና። | ለምሳሌ ያህል፣ የአምላክን ሞገስ ለማግኘት ደምን አስመልክቶ የሰጠውን ሕግ ተግባራዊ ማድረግ አለብን። |
1,168 | am_tg | ጸሎት፣ በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ከሚገኙ መሠረታዊ ሥርዓቶችና ሕጎች ጋር የሚስማማ ውሳኔ እንድናደርግ ይረዳናል። | ጸሎት ከኣ ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታትን ሕግታትን ዚሳነ ውሳነታት ክንገብር ይሕግዘና እዩ። |
1,169 | tg_am | ጸሎት ከኣ ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታትን ሕግታትን ዚሳነ ውሳነታት ክንገብር ይሕግዘና እዩ። | ጸሎት፣ በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ከሚገኙ መሠረታዊ ሥርዓቶችና ሕጎች ጋር የሚስማማ ውሳኔ እንድናደርግ ይረዳናል። |
1,170 | am_tg | በሕይወታችን ውስጥ የምናደርጋቸው ከበድ ያሉ ውሳኔዎች በመንፈሳዊ ጤንነታችን ላይ ከፍተኛ ተጽዕኖ ሊያሳድሩ ይችላሉ። | ከቢድ ብሕታዊ ውሳነታት ኣብ መንፈሳዊ ጥዕናናን ድሕንነትናን ሓያል ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል እዩ። |
1,171 | tg_am | ከቢድ ብሕታዊ ውሳነታት ኣብ መንፈሳዊ ጥዕናናን ድሕንነትናን ሓያል ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል እዩ። | በሕይወታችን ውስጥ የምናደርጋቸው ከበድ ያሉ ውሳኔዎች በመንፈሳዊ ጤንነታችን ላይ ከፍተኛ ተጽዕኖ ሊያሳድሩ ይችላሉ። |
1,172 | am_tg | የምናደርገው እያንዳንዱ ውሳኔ ከይሖዋ ጋር ባለን ግንኙነት ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ተጽዕኖ ማሳደሩ አይቀርም። | ኵሉ እቲ እንገብሮ ምርጫ፡ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ እንተ ንጽቡቕ እንተ ንሕማቕ ይጸልዎ እዩ። |
1,173 | tg_am | ኵሉ እቲ እንገብሮ ምርጫ፡ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ እንተ ንጽቡቕ እንተ ንሕማቕ ይጸልዎ እዩ። | የምናደርገው እያንዳንዱ ውሳኔ ከይሖዋ ጋር ባለን ግንኙነት ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ተጽዕኖ ማሳደሩ አይቀርም። |
1,174 | am_tg | ጥሩ ውሳኔ ማድረግ ከአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና እንደሚያጠናክረው ሁሉ መጥፎ ውሳኔ ማድረግም ከይሖዋ ጋር ያለንን ዝምድና ያበላሸዋል። | ጽቡቕ ውሳነ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዘሎና ርክብ የድልድሎ፡ ሕማቕ ውሳነ ግና የበላሽዎ እዩ። |
1,175 | tg_am | ጽቡቕ ውሳነ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዘሎና ርክብ የድልድሎ፡ ሕማቕ ውሳነ ግና የበላሽዎ እዩ። | ጥሩ ውሳኔ ማድረግ ከአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና እንደሚያጠናክረው ሁሉ መጥፎ ውሳኔ ማድረግም ከይሖዋ ጋር ያለንን ዝምድና ያበላሸዋል። |
1,176 | am_tg | በተጨማሪም መጥፎ ውሳኔ ማድረጋችን ሌሎች እንዲረበሹ አልፎ ተርፎም እንዲሰናከሉ በማድረግ እምነታቸውን ሊያናጋው ይችላል፤ አሊያም ደግሞ የጉባኤውን ሰላም ያደፈርሰዋል። | ብዘይካዚ፡ ሕማቕ ውሳነ ንኻልኦት ብምርባሽ ወይ ብምዕንቃፍ፡ ወይ ከኣ ንሓድነት እታ ጉባኤ ብምዝራግ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኬቝስል ይኽእል እዩ። |
1,177 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ሕማቕ ውሳነ ንኻልኦት ብምርባሽ ወይ ብምዕንቃፍ፡ ወይ ከኣ ንሓድነት እታ ጉባኤ ብምዝራግ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኬቝስል ይኽእል እዩ። | በተጨማሪም መጥፎ ውሳኔ ማድረጋችን ሌሎች እንዲረበሹ አልፎ ተርፎም እንዲሰናከሉ በማድረግ እምነታቸውን ሊያናጋው ይችላል፤ አሊያም ደግሞ የጉባኤውን ሰላም ያደፈርሰዋል። |
1,178 | am_tg | በእርግጥም የምናደርጋቸው ውሳኔዎች ለውጥ ያመጣሉ። | እምበኣር፡ ብሕታዊ ውሳነታትና ኣገዳስነት ኣለዎ። |
1,179 | tg_am | እምበኣር፡ ብሕታዊ ውሳነታትና ኣገዳስነት ኣለዎ። | በእርግጥም የምናደርጋቸው ውሳኔዎች ለውጥ ያመጣሉ። |
1,180 | am_tg | የስብከቱን ሥራ ስናከናውን ሰዎች የተለያየ ምላሽ ይሰጡናል፤ አንዳንዶች ይቀበሉናል፤ ሌሎች ደግሞ ይቃወሙናል። | ኣብ ኣገልግሎትና፡ ገሊኦም ብጽቡቕ ይቕበሉና፡ ገሊኦም ከኣ ይጻረሩና እዮም። |
1,181 | tg_am | ኣብ ኣገልግሎትና፡ ገሊኦም ብጽቡቕ ይቕበሉና፡ ገሊኦም ከኣ ይጻረሩና እዮም። | የስብከቱን ሥራ ስናከናውን ሰዎች የተለያየ ምላሽ ይሰጡናል፤ አንዳንዶች ይቀበሉናል፤ ሌሎች ደግሞ ይቃወሙናል። |
1,182 | am_tg | ሰዎች የሚሰጡት ምላሽ ምንም ይሁን ምን የይሖዋ አገልጋዮች ምንጊዜም ሊኖራቸው የሚገባውን አቋም የአምላክ ቃል ይገልጻል። | ይኹን እምበር፡ ሰባት ዚህብዎ ምላሽ ብዘየገድስ፡ ቃል ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ህዝቢ ኣምላኽ ኪህልዎም ዘለዎ ስርዓት ይገልጽ እዩ። |
1,183 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ሰባት ዚህብዎ ምላሽ ብዘየገድስ፡ ቃል ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ህዝቢ ኣምላኽ ኪህልዎም ዘለዎ ስርዓት ይገልጽ እዩ። | ሰዎች የሚሰጡት ምላሽ ምንም ይሁን ምን የይሖዋ አገልጋዮች ምንጊዜም ሊኖራቸው የሚገባውን አቋም የአምላክ ቃል ይገልጻል። |
1,184 | am_tg | ስለ ተስፋችን፣ ምክንያት እንድናቀርብ ለሚጠይቀን ሰው መልስ የምንሰጠው በገርነት መንፈስና በጥልቅ አክብሮት ሊሆን ይገባል፤ ምክንያቱም ባልንጀራችንን እንወዳለን። | ብዛዕባ ተስፋና ኽንሕተት ከለና፡ በታ ንብጻይና ዘላትና ፍቕሪ ተደሪኽና፡ ብልእመትን ብብዙሕ ኣኽብሮትን ኢና ምላሽ እንህብ። |
1,185 | tg_am | ብዛዕባ ተስፋና ኽንሕተት ከለና፡ በታ ንብጻይና ዘላትና ፍቕሪ ተደሪኽና፡ ብልእመትን ብብዙሕ ኣኽብሮትን ኢና ምላሽ እንህብ። | ስለ ተስፋችን፣ ምክንያት እንድናቀርብ ለሚጠይቀን ሰው መልስ የምንሰጠው በገርነት መንፈስና በጥልቅ አክብሮት ሊሆን ይገባል፤ ምክንያቱም ባልንጀራችንን እንወዳለን። |
1,186 | am_tg | የምናነጋግራቸው ሰዎች መልእክቱን ለመቀበል ፈቃደኛ ባለመሆናቸው ተቆጥተው ቢጮኹብንም እንኳ ለባልንጀራችን ፍቅር እንዳለን እናሳያለን። | ሓደ ቝጡዕ ብዓል ቤት ዜዋርደናን ንመልእኽትና ዚነጽጎን እንተ ዀነ እውን፡ ንብጻይና ፍቕሪ ነርኢ ኢና። |
1,187 | tg_am | ሓደ ቝጡዕ ብዓል ቤት ዜዋርደናን ንመልእኽትና ዚነጽጎን እንተ ዀነ እውን፡ ንብጻይና ፍቕሪ ነርኢ ኢና። | የምናነጋግራቸው ሰዎች መልእክቱን ለመቀበል ፈቃደኛ ባለመሆናቸው ተቆጥተው ቢጮኹብንም እንኳ ለባልንጀራችን ፍቅር እንዳለን እናሳያለን። |
1,188 | am_tg | ኢየሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም። | ንየሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጸርፈ፡ መሊሱ ኣይጸረፈን። |
1,189 | tg_am | ንየሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጸርፈ፡ መሊሱ ኣይጸረፈን። | ኢየሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም። |
1,190 | am_tg | መከራ ሲደርስበት አልዛተም፤ ከዚህ ይልቅ በጽድቅ ለሚፈርደው ለይሖዋ ራሱን በአደራ ሰጥቷል፤ እኛም የኢየሱስን ምሳሌ እንከተላለን። | መከራ ኺጸግብ ከሎ ድማ፡ ነቲ ብጽድቂ ዚፈርድ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣየፈራርሀን። |
1,191 | tg_am | መከራ ኺጸግብ ከሎ ድማ፡ ነቲ ብጽድቂ ዚፈርድ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣየፈራርሀን። | መከራ ሲደርስበት አልዛተም፤ ከዚህ ይልቅ በጽድቅ ለሚፈርደው ለይሖዋ ራሱን በአደራ ሰጥቷል፤ እኛም የኢየሱስን ምሳሌ እንከተላለን። |
1,192 | am_tg | ከእምነት ባልንጀሮቻችንም ሆነ ከሌሎች ሰዎች ጋር ባለን ግንኙነት ትሕትና በማሳየት የሚከተለውን ምክር ተግባራዊ እናደርጋለን፦ ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ። | ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትና ይኹን ምስ ካልኦት ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ትሕትና ነርኢ፡ ነቲ፡ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ፡ ወይስ ጸርፊ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ኣይትምለሱ። |
1,193 | tg_am | ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትና ይኹን ምስ ካልኦት ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ትሕትና ነርኢ፡ ነቲ፡ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ፡ ወይስ ጸርፊ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ኣይትምለሱ። | ከእምነት ባልንጀሮቻችንም ሆነ ከሌሎች ሰዎች ጋር ባለን ግንኙነት ትሕትና በማሳየት የሚከተለውን ምክር ተግባራዊ እናደርጋለን፦ ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ። |
1,194 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ባርኩ። | ኣብ ክንዳኡስ፡ ባርኹ ዚብል ምኽሪ ድማ ኣብ ግብሪ ነውዕሎ ኢና። |
1,195 | tg_am | ኣብ ክንዳኡስ፡ ባርኹ ዚብል ምኽሪ ድማ ኣብ ግብሪ ነውዕሎ ኢና። | ከዚህ ይልቅ ባርኩ። |
1,196 | am_tg | አንዳንዶች ለማንበብ፣ ለማሰላሰልና ለመጸለይ በማለዳ ይነሳሉ። | ገሊኦም ንግሆ ተንሲኦም የንብቡን የስተንትኑን ይጽልዩን እዮም። |
1,197 | tg_am | ገሊኦም ንግሆ ተንሲኦም የንብቡን የስተንትኑን ይጽልዩን እዮም። | አንዳንዶች ለማንበብ፣ ለማሰላሰልና ለመጸለይ በማለዳ ይነሳሉ። |
1,198 | am_tg | ሌሎች በምሳ እረፍታቸው ወቅት እንዲህ ያደርጋሉ። | ገሊኦም ከኣ፡ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕረፍቶም ከምኡ ይገብሩ እዮም። |
1,199 | tg_am | ገሊኦም ከኣ፡ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕረፍቶም ከምኡ ይገብሩ እዮም። | ሌሎች በምሳ እረፍታቸው ወቅት እንዲህ ያደርጋሉ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.