Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,200 | am_tg | አንተ ደግሞ አመሻሹ ላይ ወይም ከመተኛትህ በፊት ታሰላስል ይሆናል። | ኣጋ ምሸት ወይ ቅድሚ ምድቃስካ እውን ከምኡ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ። |
1,201 | tg_am | ኣጋ ምሸት ወይ ቅድሚ ምድቃስካ እውን ከምኡ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ። | አንተ ደግሞ አመሻሹ ላይ ወይም ከመተኛትህ በፊት ታሰላስል ይሆናል። |
1,202 | am_tg | አንዳንዶች ጠዋት እንዲሁም ማታ ከመተኛታቸው በፊት መጽሐፍ ቅዱስ ያነብባሉ። | ገሊኦም ድማ ንግሆን ቅድሚ ምድቃሶምን መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ባህ ይብሎም እዩ። |
1,203 | tg_am | ገሊኦም ድማ ንግሆን ቅድሚ ምድቃሶምን መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ባህ ይብሎም እዩ። | አንዳንዶች ጠዋት እንዲሁም ማታ ከመተኛታቸው በፊት መጽሐፍ ቅዱስ ያነብባሉ። |
1,204 | am_tg | በመሆኑም ቀንም ሆነ ሌሊት በሌላ አባባል አዘውትረው የአምላክን ቃል ያነብባሉ ሊባል ይችላል። | በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ መዓልትን ለይትን ወይ ኣዘውቲሮም የንብብዎ እዮም። |
1,205 | tg_am | በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ መዓልትን ለይትን ወይ ኣዘውቲሮም የንብብዎ እዮም። | በመሆኑም ቀንም ሆነ ሌሊት በሌላ አባባል አዘውትረው የአምላክን ቃል ያነብባሉ ሊባል ይችላል። |
1,206 | am_tg | ዋናው ቁም ነገር፣ በአምላክ ቃል ላይ ለማሰላሰል እምብዛም አስፈላጊ ካልሆኑ ነገሮች ላይ ጊዜ መግዛት መቻላችን ነው። | ስለዚ፡ በብመዓልቱ ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ምእንቲ ኸነስተንትን፡ ካብቲ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኰነ ነገራት ግዜ ኽንዕድግ ኣገዳሲ እዩ። |
1,207 | tg_am | ስለዚ፡ በብመዓልቱ ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ምእንቲ ኸነስተንትን፡ ካብቲ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኰነ ነገራት ግዜ ኽንዕድግ ኣገዳሲ እዩ። | ዋናው ቁም ነገር፣ በአምላክ ቃል ላይ ለማሰላሰል እምብዛም አስፈላጊ ካልሆኑ ነገሮች ላይ ጊዜ መግዛት መቻላችን ነው። |
1,208 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ፣ በአምላክ ቃል ላይ የሚያሰላስሉና የተማሩትን ተግባራዊ ለማድረግ የሚጥሩ ሰዎች በረከት እንደሚያገኙ ደጋግሞ ይናገራል። | ቃል ኣምላኽ፡ ኵሎም እቶም ብዛዕባኡ ዜስተንትኑን ነቲ እተማህርዎ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚጽዕሩን ከም ዚባረኹ ተስፋ ይህብ እዩ። |
1,209 | tg_am | ቃል ኣምላኽ፡ ኵሎም እቶም ብዛዕባኡ ዜስተንትኑን ነቲ እተማህርዎ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚጽዕሩን ከም ዚባረኹ ተስፋ ይህብ እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ፣ በአምላክ ቃል ላይ የሚያሰላስሉና የተማሩትን ተግባራዊ ለማድረግ የሚጥሩ ሰዎች በረከት እንደሚያገኙ ደጋግሞ ይናገራል። |
1,210 | am_tg | ኢየሱስ ደስተኞችስ የአምላክን ቃል ሰምተው የሚጠብቁት ናቸው! በማለት ተናግሯል። | የሱስ፡ እቶም ቃል ኣምላኽ ዚሰምዑን ዚሕልዉን ሕጉሳት እዮም ኢሉ እዩ። |
1,211 | tg_am | የሱስ፡ እቶም ቃል ኣምላኽ ዚሰምዑን ዚሕልዉን ሕጉሳት እዮም ኢሉ እዩ። | ኢየሱስ ደስተኞችስ የአምላክን ቃል ሰምተው የሚጠብቁት ናቸው! በማለት ተናግሯል። |
1,212 | am_tg | ከሁሉም በላይ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ በየዕለቱ ማሰላሰላችን አእምሯችንን ድንቅ አድርጎ ለፈጠረው አምላክ ክብር ያመጣል፤ እሱም በአሁኑ ጊዜ ደስተኛ እንድንሆን ያደርገናል፤ ወደፊት ደግሞ ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ የዘላለም ሕይወት በመስጠት ይባርከናል። | ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት በብመዓልቱ ምስትንታን ንፈጣሪ እቲ ዜደንቕ ኣእምሮና ኽብሪ የምጽኣሉ እዩ፣ ንሱ ኸኣ፡ ሕጂ ሓጐስ፡ ኣብታ ጽድቂ ዝሰፈና ሓዳስ ዓለም ድማ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህበና እዩ። |
1,213 | tg_am | ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት በብመዓልቱ ምስትንታን ንፈጣሪ እቲ ዜደንቕ ኣእምሮና ኽብሪ የምጽኣሉ እዩ፣ ንሱ ኸኣ፡ ሕጂ ሓጐስ፡ ኣብታ ጽድቂ ዝሰፈና ሓዳስ ዓለም ድማ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህበና እዩ። | ከሁሉም በላይ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ በየዕለቱ ማሰላሰላችን አእምሯችንን ድንቅ አድርጎ ለፈጠረው አምላክ ክብር ያመጣል፤ እሱም በአሁኑ ጊዜ ደስተኛ እንድንሆን ያደርገናል፤ ወደፊት ደግሞ ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ የዘላለም ሕይወት በመስጠት ይባርከናል። |
1,214 | am_tg | ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሰዎችን እየረዳ እንደሆነ እንድናምን የሚያደርገን አጥጋቢ ምክንያት አለን። | ሎሚ፡ የሆዋ ኣብ ህይወት ሰባት ብንጡፍ ይዓዪ ኸም ዘሎ ዜርኢ እኹል መርትዖ ኣሎና። |
1,215 | tg_am | ሎሚ፡ የሆዋ ኣብ ህይወት ሰባት ብንጡፍ ይዓዪ ኸም ዘሎ ዜርኢ እኹል መርትዖ ኣሎና። | ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሰዎችን እየረዳ እንደሆነ እንድናምን የሚያደርገን አጥጋቢ ምክንያት አለን። |
1,216 | am_tg | መንፈሳዊ እርዳታ ለማግኘት ጸልየው ጸሎታቸው መልስ ስላገኘ ግለሰቦች የሚገልጹ ተሞክሮዎችን ብዙ ጊዜ እንሰማለን። | ውልቀ ሰባት መንፈሳዊ ሓገዝ ንምርካብ ድሕሪ ምጽላዮም፡ ሓገዝ ከም ዝረኸቡ ዚሕብር ተመክሮታት ብዙሕ ሳዕ ንሰምዕ ኢና። |
1,217 | tg_am | ውልቀ ሰባት መንፈሳዊ ሓገዝ ንምርካብ ድሕሪ ምጽላዮም፡ ሓገዝ ከም ዝረኸቡ ዚሕብር ተመክሮታት ብዙሕ ሳዕ ንሰምዕ ኢና። | መንፈሳዊ እርዳታ ለማግኘት ጸልየው ጸሎታቸው መልስ ስላገኘ ግለሰቦች የሚገልጹ ተሞክሮዎችን ብዙ ጊዜ እንሰማለን። |
1,218 | am_tg | አላን የሚባል አንድ ወንድም በፊሊፒንስ በምትገኝ አንዲት ትንሽ ደሴት ላይ ከቤት ወደ ቤት እያገለገለ ሳለ ያገኛት ሴት ድንገት ማልቀስ ጀመረች። | ኣላን ኣብ ሓንቲ ኣብ ፊሊፒንስ እትርከብ ንእሽቶ ደሴት ኣብ በቤት እናኸደ ኺሰብኽ ከሎ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ ረኸበቶ ኽትበኪ ጀመረት። |
1,219 | tg_am | ኣላን ኣብ ሓንቲ ኣብ ፊሊፒንስ እትርከብ ንእሽቶ ደሴት ኣብ በቤት እናኸደ ኺሰብኽ ከሎ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ ረኸበቶ ኽትበኪ ጀመረት። | አላን የሚባል አንድ ወንድም በፊሊፒንስ በምትገኝ አንዲት ትንሽ ደሴት ላይ ከቤት ወደ ቤት እያገለገለ ሳለ ያገኛት ሴት ድንገት ማልቀስ ጀመረች። |
1,220 | am_tg | እንዲህ ብሏል፦ ሴትየዋ የዚያን ዕለት ጠዋት ከይሖዋ ምሥክሮች ጋር መገናኘት እንድትችል ወደ ይሖዋ ጸልያ ነበር። | ብዛዕባ እዚ ኸኣ ንሱ ኸምዚ በለ፦ በታ ንግሆ እቲኣ፡ መሰኻኽሩ ምእንቲ ኺረኽብዋ ናብ የሆዋ ጸልያ ነይራ እያ። |
1,221 | tg_am | ብዛዕባ እዚ ኸኣ ንሱ ኸምዚ በለ፦ በታ ንግሆ እቲኣ፡ መሰኻኽሩ ምእንቲ ኺረኽብዋ ናብ የሆዋ ጸልያ ነይራ እያ። | እንዲህ ብሏል፦ ሴትየዋ የዚያን ዕለት ጠዋት ከይሖዋ ምሥክሮች ጋር መገናኘት እንድትችል ወደ ይሖዋ ጸልያ ነበር። |
1,222 | am_tg | አምላክ ለጸሎቷ አፋጣኝ ምላሽ በመስጠቱ ስሜቷ በጥልቅ ተነክቷል። | ኣምላኽ ንጸሎታ ብቕልጡፍ ምላሽ ስለ ዝሃባ፡ ውሽጣ ኸም እተተንከየ ርኡይ እዩ ነይሩ። |
1,223 | tg_am | ኣምላኽ ንጸሎታ ብቕልጡፍ ምላሽ ስለ ዝሃባ፡ ውሽጣ ኸም እተተንከየ ርኡይ እዩ ነይሩ። | አምላክ ለጸሎቷ አፋጣኝ ምላሽ በመስጠቱ ስሜቷ በጥልቅ ተነክቷል። |
1,224 | am_tg | ይህች ሴት በአንድ ዓመት ጊዜ ውስጥ ሕይወቷን ለይሖዋ ወስናለች። | ኣብ ውሽጢ ዓመት ድማ፡ ርእሳ ንየሆዋ ወፍያ እያ። |
1,225 | tg_am | ኣብ ውሽጢ ዓመት ድማ፡ ርእሳ ንየሆዋ ወፍያ እያ። | ይህች ሴት በአንድ ዓመት ጊዜ ውስጥ ሕይወቷን ለይሖዋ ወስናለች። |
1,226 | am_tg | ብዙ የአምላክ አገልጋዮች ከዚህ በፊት ከነበሯቸው እንደ ማጨስ፣ ዕፅ መውሰድ ወይም የብልግና ምስሎችን መመልከት ካሉ መጥፎ ልማዶች መላቀቅ እንዲችሉ አምላክ እንደረዳቸው በግልጽ ማየት ችለዋል። | ብዙሓት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ካብ ከም ትምባኾ፡ ሓሽሽ፡ ወይ ስእለ ጽዩፍ ዝኣመሰለ ወልፍታት ሓራ ኺወጹ ኸለዉ፡ ኣምላኽ ከም ዝሓገዞም መርትዖ ርእዮም እዮም። |
1,227 | tg_am | ብዙሓት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ካብ ከም ትምባኾ፡ ሓሽሽ፡ ወይ ስእለ ጽዩፍ ዝኣመሰለ ወልፍታት ሓራ ኺወጹ ኸለዉ፡ ኣምላኽ ከም ዝሓገዞም መርትዖ ርእዮም እዮም። | ብዙ የአምላክ አገልጋዮች ከዚህ በፊት ከነበሯቸው እንደ ማጨስ፣ ዕፅ መውሰድ ወይም የብልግና ምስሎችን መመልከት ካሉ መጥፎ ልማዶች መላቀቅ እንዲችሉ አምላክ እንደረዳቸው በግልጽ ማየት ችለዋል። |
1,228 | am_tg | አንዳንዶች በራሳቸው ጥረት ለማቆም በተደጋጋሚ ጊዜ እንደሞከሩና እንዳልተሳካላቸው ተናግረዋል። | ገሊኣቶም ነቲ ወልፊ ብርእሶም ደው ኬብሉ ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ኣይሰለጦምን። |
1,229 | tg_am | ገሊኣቶም ነቲ ወልፊ ብርእሶም ደው ኬብሉ ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ኣይሰለጦምን። | አንዳንዶች በራሳቸው ጥረት ለማቆም በተደጋጋሚ ጊዜ እንደሞከሩና እንዳልተሳካላቸው ተናግረዋል። |
1,230 | am_tg | ሆኖም እርዳታ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዘወር በማለታቸውና ከሰብዓዊ ኃይል በላይ የሆነ ኃይል ከእሱ በማግኘታቸው ድክመታቸውን ማሸነፍ ችለዋል። | ካብ የሆዋ ሓገዝ ምስ ለመኑ ግና፡ ካብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ስለ ዝሃቦም፡ ንድኽመቶም ኬሰንፍዎ ኽኢሎም እዮም። |
1,231 | tg_am | ካብ የሆዋ ሓገዝ ምስ ለመኑ ግና፡ ካብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ስለ ዝሃቦም፡ ንድኽመቶም ኬሰንፍዎ ኽኢሎም እዮም። | ሆኖም እርዳታ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዘወር በማለታቸውና ከሰብዓዊ ኃይል በላይ የሆነ ኃይል ከእሱ በማግኘታቸው ድክመታቸውን ማሸነፍ ችለዋል። |
1,232 | am_tg | የይሖዋ አገልጋዮች በመካከላቸው እውነተኛ ፍቅርና አንድነት መኖሩ የእውነተኛው ሃይማኖት ተከታዮች መሆናቸውን ያሳውቃል፤ ምክንያቱም ኢየሱስ እርስ በርሳችሁ ፍቅር ቢኖራችሁ ሰዎች ሁሉ ደቀ መዛሙርቴ እንደሆናችሁ በዚህ ያውቃሉ ብሏል። | ኣገልገልቲ የሆዋ ዘለዎም ናይ ሓቂ ፍቕርን ሓድነትን፡ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ከም ዘላቶም ዜረጋግጽ እዩ፣ ከመይሲ፡ የሱስ፡ ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም፡ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ ኢሉ እዩ። |
1,233 | tg_am | ኣገልገልቲ የሆዋ ዘለዎም ናይ ሓቂ ፍቕርን ሓድነትን፡ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ከም ዘላቶም ዜረጋግጽ እዩ፣ ከመይሲ፡ የሱስ፡ ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም፡ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ ኢሉ እዩ። | የይሖዋ አገልጋዮች በመካከላቸው እውነተኛ ፍቅርና አንድነት መኖሩ የእውነተኛው ሃይማኖት ተከታዮች መሆናቸውን ያሳውቃል፤ ምክንያቱም ኢየሱስ እርስ በርሳችሁ ፍቅር ቢኖራችሁ ሰዎች ሁሉ ደቀ መዛሙርቴ እንደሆናችሁ በዚህ ያውቃሉ ብሏል። |
1,234 | am_tg | ሐዋርያው ዮሐንስም እንዲህ ሲል ጽፏል፦ የአምላክ ልጆችና የዲያብሎስ ልጆች በዚህ በግልጽ ይታወቃሉ፦ በጽድቅ ጎዳና የማይመላለስ ሁሉ የአምላክ ወገን አይደለም፤ ወንድሙን የማይወድም የአምላክ ወገን አይደለም። | ሃዋርያ ዮሃንስ እውን፡ ውሉዳት ኣምላኽን ውሉዳት ድያብሎስን በዚ እዮም ዚፍለጡ፦ ብጽድቂ ዘይመላለስ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን፣ ንሓዉ ዘየፍቅር እውን ከምኡ እዩ። |
1,235 | tg_am | ሃዋርያ ዮሃንስ እውን፡ ውሉዳት ኣምላኽን ውሉዳት ድያብሎስን በዚ እዮም ዚፍለጡ፦ ብጽድቂ ዘይመላለስ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን፣ ንሓዉ ዘየፍቅር እውን ከምኡ እዩ። | ሐዋርያው ዮሐንስም እንዲህ ሲል ጽፏል፦ የአምላክ ልጆችና የዲያብሎስ ልጆች በዚህ በግልጽ ይታወቃሉ፦ በጽድቅ ጎዳና የማይመላለስ ሁሉ የአምላክ ወገን አይደለም፤ ወንድሙን የማይወድም የአምላክ ወገን አይደለም። |
1,236 | am_tg | ከመጀመሪያ የሰማችሁት መልእክት እርስ በርሳችን መዋደድ አለብን የሚል ነውና። | ንሓድሕድና ኽንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኽቲ እያ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። |
1,237 | tg_am | ንሓድሕድና ኽንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኽቲ እያ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። | ከመጀመሪያ የሰማችሁት መልእክት እርስ በርሳችን መዋደድ አለብን የሚል ነውና። |
1,238 | am_tg | የይሖዋ ምሥክሮች የክርስቶስ እውነተኛ ተከታዮች መሆናቸውን የሚያሳውቀው፣ ልዩ የሆነ አንድነት የሚያስገኝ ፍቅር ያላቸው መሆኑ ነው፤ ይሖዋ እነዚህን ሕዝቦች በመላው ምድር የመንግሥቱን ምሥራች ለማወጅ እየተጠቀመባቸው ነው። | እታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘላቶም ፍሉይ ሓድነት እተምጽእ ፍቕሪ፡ ናይ ሓቂ ሰዓብቲ ክርስቶስ ከም ዝዀኑ ተርኢ እያ፣ ኣምላኽ ድማ፡ ንዓታቶም እቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ኵላ ዓለም ምእንቲ ኺስበኽ ዕላማኡ ንምፍጻም ይጥቀመሎም ኣሎ። |
1,239 | tg_am | እታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘላቶም ፍሉይ ሓድነት እተምጽእ ፍቕሪ፡ ናይ ሓቂ ሰዓብቲ ክርስቶስ ከም ዝዀኑ ተርኢ እያ፣ ኣምላኽ ድማ፡ ንዓታቶም እቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ኵላ ዓለም ምእንቲ ኺስበኽ ዕላማኡ ንምፍጻም ይጥቀመሎም ኣሎ። | የይሖዋ ምሥክሮች የክርስቶስ እውነተኛ ተከታዮች መሆናቸውን የሚያሳውቀው፣ ልዩ የሆነ አንድነት የሚያስገኝ ፍቅር ያላቸው መሆኑ ነው፤ ይሖዋ እነዚህን ሕዝቦች በመላው ምድር የመንግሥቱን ምሥራች ለማወጅ እየተጠቀመባቸው ነው። |
1,240 | am_tg | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ኢየሱስን በራሱ ላይ እንዳይጨክን ይኸውም ራሱን ለሞት አሳልፎ እንዳይሰጥ የመከረው ለእሱ አስቦ ነው። | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንየሱስ፡ ንርእሱ ኺሓልየላ ኺገንሖ ኸሎ፡ ብጽቡቕ ሓሳብ ተደሪኹ እዩ ኸምኡ ኢሉ። |
1,241 | tg_am | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንየሱስ፡ ንርእሱ ኺሓልየላ ኺገንሖ ኸሎ፡ ብጽቡቕ ሓሳብ ተደሪኹ እዩ ኸምኡ ኢሉ። | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ኢየሱስን በራሱ ላይ እንዳይጨክን ይኸውም ራሱን ለሞት አሳልፎ እንዳይሰጥ የመከረው ለእሱ አስቦ ነው። |
1,242 | am_tg | ይሁን እንጂ ኢየሱስ፣ ጴጥሮስ የተናገረው ነገር የተሳሳተ አመለካከት እንዳለው የሚጠቁም መሆኑን አስተውሏል። | የሱስ ግና እቲ ጴጥሮስ እተዛረቦ ዘረባ፡ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዜንጸባርቕ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
1,243 | tg_am | የሱስ ግና እቲ ጴጥሮስ እተዛረቦ ዘረባ፡ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዜንጸባርቕ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ይሁን እንጂ ኢየሱስ፣ ጴጥሮስ የተናገረው ነገር የተሳሳተ አመለካከት እንዳለው የሚጠቁም መሆኑን አስተውሏል። |
1,244 | am_tg | ኢየሱስ ጴጥሮስንና ሌሎች ደቀ መዛሙርቱን ለመጥቀም ሲል ግልጽ ምክር ሰጥቷል፤ ለራስ መሳሳት ምን እንደሚያስከትል የተናገረ ከመሆኑም ሌላ የራስን ጥቅም የመሠዋት መንፈስ የሚያስገኘውን በረከት ጠቁሟል። | ንዕኡን ንኻልኦት ደቀ መዛሙርትን ንምሕጋዝ ከኣ፡ ንርእስኻ ናይ ምንሕሳይ መንፈስ ዘለዎ ሳዕቤናት ገሊጹ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ዘለዎ በረኸት ድማ ሓቢሩ እዩ። |
1,245 | tg_am | ንዕኡን ንኻልኦት ደቀ መዛሙርትን ንምሕጋዝ ከኣ፡ ንርእስኻ ናይ ምንሕሳይ መንፈስ ዘለዎ ሳዕቤናት ገሊጹ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ዘለዎ በረኸት ድማ ሓቢሩ እዩ። | ኢየሱስ ጴጥሮስንና ሌሎች ደቀ መዛሙርቱን ለመጥቀም ሲል ግልጽ ምክር ሰጥቷል፤ ለራስ መሳሳት ምን እንደሚያስከትል የተናገረ ከመሆኑም ሌላ የራስን ጥቅም የመሠዋት መንፈስ የሚያስገኘውን በረከት ጠቁሟል። |
1,246 | am_tg | ጴጥሮስ ከዚህ ምክር ጥቅም እንዳገኘ ግልጽ ነው። | ጴጥሮስ ከኣ ካብዚ ተማሂሩ እዩ። |
1,247 | tg_am | ጴጥሮስ ከኣ ካብዚ ተማሂሩ እዩ። | ጴጥሮስ ከዚህ ምክር ጥቅም እንዳገኘ ግልጽ ነው። |
1,248 | am_tg | በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ በየትኛው አቅጣጫ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ለመረዳት የሚያስችል ማስተዋል እንዲሰጣችሁ ወደ ይሖዋ ጸልዩ። | መንእሰይ ውሉድካ ኣበይ ሓገዝ ከም ዜድልዮ ምእንቲ ኽትርዳእ፡ የሆዋ ልቦና ኺህበካ ጸሊ። |
1,249 | tg_am | መንእሰይ ውሉድካ ኣበይ ሓገዝ ከም ዜድልዮ ምእንቲ ኽትርዳእ፡ የሆዋ ልቦና ኺህበካ ጸሊ። | በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ በየትኛው አቅጣጫ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ለመረዳት የሚያስችል ማስተዋል እንዲሰጣችሁ ወደ ይሖዋ ጸልዩ። |
1,250 | am_tg | ለምሳሌ የልጃችሁ እምነት እየተዳከመ እንደመጣ የሚጠቁሙ ነገሮች ምንድን ናቸው? | ንኣብነት፡ እምነት ውሉድካ ሰንከልከል ትብል ከም ዘላ እንታይ ኪሕብረካ ይኽእል፧ |
1,251 | tg_am | ንኣብነት፡ እምነት ውሉድካ ሰንከልከል ትብል ከም ዘላ እንታይ ኪሕብረካ ይኽእል፧ | ለምሳሌ የልጃችሁ እምነት እየተዳከመ እንደመጣ የሚጠቁሙ ነገሮች ምንድን ናቸው? |
1,252 | am_tg | ደስታው እየጠፋ እንደሆነ፣ የእምነት ባልንጀሮቹን መተቸት እንደጀመረ ወይም ድብቅ እየሆነ እንደመጣ አስተውላችሁ ሊሆን ይችላል። | ምናልባት ሓጐሱ ይጠፍእ፡ ንኣመንቲ ዝዀኑ ብጾት ይነቕፎም፡ ወይ ምስጢራዊ ዀይኑ ይህሉ ይኸውን። |
1,253 | tg_am | ምናልባት ሓጐሱ ይጠፍእ፡ ንኣመንቲ ዝዀኑ ብጾት ይነቕፎም፡ ወይ ምስጢራዊ ዀይኑ ይህሉ ይኸውን። | ደስታው እየጠፋ እንደሆነ፣ የእምነት ባልንጀሮቹን መተቸት እንደጀመረ ወይም ድብቅ እየሆነ እንደመጣ አስተውላችሁ ሊሆን ይችላል። |
1,254 | am_tg | እነዚህ ነገሮች ከባድ ኃጢአት ፈጽሞ ሁለት ዓይነት ሕይወት እየመራ መሆኑን የሚጠቁሙ ናቸው ብላችሁ ለመደምደም አትቸኩሉ። | እዚ ምልክት ከቢድ ሓጢኣት ከም ዝዀነ፡ ማለት ክልተ ዓይነት ህይወት ይመርሕ ከም ዘሎ ጌርካ ተቐላጢፍካ ኣይትደምድም። |
1,255 | tg_am | እዚ ምልክት ከቢድ ሓጢኣት ከም ዝዀነ፡ ማለት ክልተ ዓይነት ህይወት ይመርሕ ከም ዘሎ ጌርካ ተቐላጢፍካ ኣይትደምድም። | እነዚህ ነገሮች ከባድ ኃጢአት ፈጽሞ ሁለት ዓይነት ሕይወት እየመራ መሆኑን የሚጠቁሙ ናቸው ብላችሁ ለመደምደም አትቸኩሉ። |
1,256 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ እነዚህን ምልክቶች በቸልታ አትለፏቸው፤ ወይም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ ራሱን ማግለሉ በዚህ ዕድሜ የሚያጋጥም የተለመደ ነገር እንደሆነ በማሰብ ሁኔታውን አቅልላችሁ አትመልከቱት። | በቲ ሓደ ሸነኽ ከኣ፡ ነዚ ምልክታት እዚ ዕሽሽ ኣይትበሎ፡ ወይ ውሉድካ ንበይኑ ዚፍለ ምዃኑ ምስ ዕድሚኡ እተተሓሓዘ ኸም ዝዀነ ጌርካ ሸለል ኣይትበሎ። |
1,257 | tg_am | በቲ ሓደ ሸነኽ ከኣ፡ ነዚ ምልክታት እዚ ዕሽሽ ኣይትበሎ፡ ወይ ውሉድካ ንበይኑ ዚፍለ ምዃኑ ምስ ዕድሚኡ እተተሓሓዘ ኸም ዝዀነ ጌርካ ሸለል ኣይትበሎ። | በሌላ በኩል ደግሞ እነዚህን ምልክቶች በቸልታ አትለፏቸው፤ ወይም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ ራሱን ማግለሉ በዚህ ዕድሜ የሚያጋጥም የተለመደ ነገር እንደሆነ በማሰብ ሁኔታውን አቅልላችሁ አትመልከቱት። |
1,258 | am_tg | የሰዎች ባሕልና ሃይማኖት ከቦታ ቦታ የሚለያይ በመሆኑ ለመናገር ተገቢ የሆነውን ጊዜ ስንመርጥ አስተዋዮች መሆን አለብን። | ባህልታትን ሃይማኖታዊ እምነታትን ብዙሕ ስለ ዚፈላለ፡ ንምዝራብ ግቡእ ግዜ ብዛዕባ ምምራጽ ኣስተውዓልቲ ኽንከውን ኣሎና። |
1,259 | tg_am | ባህልታትን ሃይማኖታዊ እምነታትን ብዙሕ ስለ ዚፈላለ፡ ንምዝራብ ግቡእ ግዜ ብዛዕባ ምምራጽ ኣስተውዓልቲ ኽንከውን ኣሎና። | የሰዎች ባሕልና ሃይማኖት ከቦታ ቦታ የሚለያይ በመሆኑ ለመናገር ተገቢ የሆነውን ጊዜ ስንመርጥ አስተዋዮች መሆን አለብን። |
1,260 | am_tg | እንዲህ ማድረግ አስፈላጊ የሚሆንባቸው በርካታ ሁኔታዎች አሉ። | ከነስተውዕለሉ ዜድልየና ብዙሕ ኣጋጣሚታት እውን ይህሉ ይኸውን። |
1,261 | tg_am | ከነስተውዕለሉ ዜድልየና ብዙሕ ኣጋጣሚታት እውን ይህሉ ይኸውን። | እንዲህ ማድረግ አስፈላጊ የሚሆንባቸው በርካታ ሁኔታዎች አሉ። |
1,262 | am_tg | ለምሳሌ አንድ ሰው መልካም አስቦ የተናገረው ነገርም እንኳ ቅር ሊያሰኘን ይችላል። | ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ ጽቡቕ ሓሲቡ ብእተዛረቦ ቓላት እኳ፡ ቅር የብለና ይኸውን። |
1,263 | tg_am | ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ ጽቡቕ ሓሲቡ ብእተዛረቦ ቓላት እኳ፡ ቅር የብለና ይኸውን። | ለምሳሌ አንድ ሰው መልካም አስቦ የተናገረው ነገርም እንኳ ቅር ሊያሰኘን ይችላል። |
1,264 | am_tg | የጉዳዩን ክብደት ለማጤንና ግለሰቡን ልናነጋግረው ይገባ እንደሆነ ለመወሰን ጊዜ ወስደን ማሰባችን አስተዋይነት ነው። | እቲ ጕዳይ ኪዝረበሉ ዘለዎ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ግዜ ወሲድና ምሕሳብና ልብምናና እዩ ዜርኢ። |
1,265 | tg_am | እቲ ጕዳይ ኪዝረበሉ ዘለዎ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ግዜ ወሲድና ምሕሳብና ልብምናና እዩ ዜርኢ። | የጉዳዩን ክብደት ለማጤንና ግለሰቡን ልናነጋግረው ይገባ እንደሆነ ለመወሰን ጊዜ ወስደን ማሰባችን አስተዋይነት ነው። |
1,266 | am_tg | ቅር ያሰኘንን ሰው ለማነጋገር ከወሰንን፣ በተበሳጨንበትና ነገሮችን ሳናመዛዝን ልንናገር በምንችልበት ወቅት መናገራችን ጥበብ አይሆንም። | ክንዛረብ እንተ ኣልዩና፡ ተበሳጪና ኸለና ሕማቕ ክንዛረብ ስለ እንኽእል፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ነቲ ቕር ዘበለና ሰብ ዘይምዝራቡ ይሓይሽ። |
1,267 | tg_am | ክንዛረብ እንተ ኣልዩና፡ ተበሳጪና ኸለና ሕማቕ ክንዛረብ ስለ እንኽእል፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ነቲ ቕር ዘበለና ሰብ ዘይምዝራቡ ይሓይሽ። | ቅር ያሰኘንን ሰው ለማነጋገር ከወሰንን፣ በተበሳጨንበትና ነገሮችን ሳናመዛዝን ልንናገር በምንችልበት ወቅት መናገራችን ጥበብ አይሆንም። |
1,268 | am_tg | በተመሳሳይም ለማያምኑ ዘመዶቻችን እውነትን ስንነግራቸው አስተዋይ መሆን አለብን። | ብተመሳሳሊ፡ ንዘይኣመንቲ ቤተ ሰብና ብዛዕባ ሓቂ ኽንዛረቦም ከለና፡ መዓስ ክንዛረቦም ከም ዚግባእ ከነስተውዕል ኣሎና። |
1,269 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ ንዘይኣመንቲ ቤተ ሰብና ብዛዕባ ሓቂ ኽንዛረቦም ከለና፡ መዓስ ክንዛረቦም ከም ዚግባእ ከነስተውዕል ኣሎና። | በተመሳሳይም ለማያምኑ ዘመዶቻችን እውነትን ስንነግራቸው አስተዋይ መሆን አለብን። |
1,270 | am_tg | ይሖዋን እንዲያውቁ እንደምንፈልግ ግልጽ ነው፤ ሆኖም ትዕግሥተኛ መሆንና ነገሮችን ማመዛዘን ይኖርብናል። | ንየሆዋ ኺፈልጥዎ ንደልዮም ኢና፣ ግናኸ፡ ዕጉሳትን ኣስተውዓልትን ክንከውን ኣሎና። |
1,271 | tg_am | ንየሆዋ ኺፈልጥዎ ንደልዮም ኢና፣ ግናኸ፡ ዕጉሳትን ኣስተውዓልትን ክንከውን ኣሎና። | ይሖዋን እንዲያውቁ እንደምንፈልግ ግልጽ ነው፤ ሆኖም ትዕግሥተኛ መሆንና ነገሮችን ማመዛዘን ይኖርብናል። |
1,272 | am_tg | በተገቢው ጊዜ ተገቢውን ቃል መናገራችን ልባቸው እንዲነካ ሊያደርግ ይችላል። | ብግቡእ ግዜ ግቡእ ቃላት ምዝራብ፡ ልቦም ኪኸፍቱ ኺሕግዞም ይኽእል እዩ። |
1,273 | tg_am | ብግቡእ ግዜ ግቡእ ቃላት ምዝራብ፡ ልቦም ኪኸፍቱ ኺሕግዞም ይኽእል እዩ። | በተገቢው ጊዜ ተገቢውን ቃል መናገራችን ልባቸው እንዲነካ ሊያደርግ ይችላል። |
1,274 | am_tg | ከምንወዳቸው ሰዎች ጋር አብረን ስንሠራ ይበልጥ የምንቀራረብ ከመሆኑም ሌላ ስለ እነሱ በደንብ ማወቅ እንችላለን። | ምስቶም እነፍቅሮም ክንዓዪ ኸለና፡ ምሳታቶም ንቀራረብ፡ ንባህርያቶም ከኣ ንፈልጦ ኢና። |
1,275 | tg_am | ምስቶም እነፍቅሮም ክንዓዪ ኸለና፡ ምሳታቶም ንቀራረብ፡ ንባህርያቶም ከኣ ንፈልጦ ኢና። | ከምንወዳቸው ሰዎች ጋር አብረን ስንሠራ ይበልጥ የምንቀራረብ ከመሆኑም ሌላ ስለ እነሱ በደንብ ማወቅ እንችላለን። |
1,276 | am_tg | ምን ማከናወን እንደሚፈልጉ ብቻ ሳይሆን ይህን የሚያደርጉት እንዴት እንደሆነም ጭምር መረዳት እንችላለን። | እንታይ ኪገብሩ ኸም ዚደልዩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚገብርዎ እውን ንፈልጥ ኢና። |
1,277 | tg_am | እንታይ ኪገብሩ ኸም ዚደልዩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚገብርዎ እውን ንፈልጥ ኢና። | ምን ማከናወን እንደሚፈልጉ ብቻ ሳይሆን ይህን የሚያደርጉት እንዴት እንደሆነም ጭምር መረዳት እንችላለን። |
1,278 | am_tg | ኢየሱስ ከይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርም፤ በመሆኑም አንዳቸው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብረዋል፤ እንዲሁም ፈጽሞ ሊበጠስ የማይችል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል። | የሱስ ምስ የሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ከኣ ድልድልትን ዘይትብተኽን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ። |
1,279 | tg_am | የሱስ ምስ የሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ከኣ ድልድልትን ዘይትብተኽን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ። | ኢየሱስ ከይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርም፤ በመሆኑም አንዳቸው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብረዋል፤ እንዲሁም ፈጽሞ ሊበጠስ የማይችል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል። |
1,280 | am_tg | በመካከላቸው አስደናቂ አንድነት ያለ ሲሆን ምንጊዜም የሚሠሩት ፍጹም ስምም ሆነው ነው። | ዜደንቕ ሓድነት እዩ ነይርዎም፣ ወትሩ እውን ብስኒት እዮም ዚዓይዩ ነይሮም። |
1,281 | tg_am | ዜደንቕ ሓድነት እዩ ነይርዎም፣ ወትሩ እውን ብስኒት እዮም ዚዓይዩ ነይሮም። | በመካከላቸው አስደናቂ አንድነት ያለ ሲሆን ምንጊዜም የሚሠሩት ፍጹም ስምም ሆነው ነው። |
1,282 | am_tg | ኢየሱስ፣ ደቀ መዛሙርቱን እንዲጠብቃቸው ወደ ይሖዋ ጸልዮአል። | ሓደ እዋን፡ የሱስ ንየሆዋ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ኺሕልዎም ብጸሎት ለሚንዎ እዩ። |
1,283 | tg_am | ሓደ እዋን፡ የሱስ ንየሆዋ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ኺሕልዎም ብጸሎት ለሚንዎ እዩ። | ኢየሱስ፣ ደቀ መዛሙርቱን እንዲጠብቃቸው ወደ ይሖዋ ጸልዮአል። |
1,284 | am_tg | እንዲህ ያደረገው ለምንድን ነው? | ስለምንታይ፧ |
1,285 | tg_am | ስለምንታይ፧ | እንዲህ ያደረገው ለምንድን ነው? |
1,286 | am_tg | እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ በማለት ተናግሯል። | ምኽንያቱ ኺገልጽ ከሎ፡ ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ ኢሉ። |
1,287 | tg_am | ምኽንያቱ ኺገልጽ ከሎ፡ ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ ኢሉ። | እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ በማለት ተናግሯል። |
1,288 | am_tg | ከአምላክ መሥፈርቶች ጋር ተስማምተን ስንኖርና በስብከቱ ሥራ ስንካፈል የይሖዋን አስደናቂ ባሕርያት መረዳት እንችላለን። | ምስ ስርዓታት ኣምላኽ ተሰማሚዕና ኽንመላለስን ኣብ ዕዮ ስብከት ክንሳተፍን ከለና፡ ነቲ ባህ ዜብል ባህርያቱ ኽንርድኦ ንኽእል ኢና። |
1,289 | tg_am | ምስ ስርዓታት ኣምላኽ ተሰማሚዕና ኽንመላለስን ኣብ ዕዮ ስብከት ክንሳተፍን ከለና፡ ነቲ ባህ ዜብል ባህርያቱ ኽንርድኦ ንኽእል ኢና። | ከአምላክ መሥፈርቶች ጋር ተስማምተን ስንኖርና በስብከቱ ሥራ ስንካፈል የይሖዋን አስደናቂ ባሕርያት መረዳት እንችላለን። |
1,290 | am_tg | በእሱ መታመንም ሆነ መመሪያውን መከተል የጥበብ እርምጃ የሆነበትን ምክንያት እንገነዘባለን። | ንዕኡ ኽንኣምኖን መምርሒኡ ኽንስዕብን ዘሎና ስለምንታይ ምዃኑ ኸኣ ንምሃር። |
1,291 | tg_am | ንዕኡ ኽንኣምኖን መምርሒኡ ኽንስዕብን ዘሎና ስለምንታይ ምዃኑ ኸኣ ንምሃር። | በእሱ መታመንም ሆነ መመሪያውን መከተል የጥበብ እርምጃ የሆነበትን ምክንያት እንገነዘባለን። |
1,292 | am_tg | ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል። | ንኣምላኽ ምስ እንቐርቦ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ። |
1,293 | tg_am | ንኣምላኽ ምስ እንቐርቦ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ። | ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል። |
1,294 | am_tg | በተጨማሪም ከመንፈሳዊ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ጋር እንቀራረባለን፤ ምክንያቱም የሚያጋጥሙን ችግሮች፣ አስደሳች ነገሮች እንዲሁም ግቦቻችን ተመሳሳይ ናቸው። | ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እውን ተመሳሳሊ ጸገማትን ሓጐስን ስለ ዜጋጥመና፡ ሕደ ሸቶታት ድማ ስለ ዘሎና፡ ምሳታቶም ንቀራረብ ኢና። |
1,295 | tg_am | ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እውን ተመሳሳሊ ጸገማትን ሓጐስን ስለ ዜጋጥመና፡ ሕደ ሸቶታት ድማ ስለ ዘሎና፡ ምሳታቶም ንቀራረብ ኢና። | በተጨማሪም ከመንፈሳዊ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ጋር እንቀራረባለን፤ ምክንያቱም የሚያጋጥሙን ችግሮች፣ አስደሳች ነገሮች እንዲሁም ግቦቻችን ተመሳሳይ ናቸው። |
1,296 | am_tg | ቅዱሳን መጻሕፍትን ስንመረምር መንፈስ ቅዱስ የተሰጣቸው በርካታ የእምነት ሰዎችን እናገኛለን፤ ያም ሆኖ እነዚህ ሰዎች በሰማይ የመኖር ተስፋ አልነበራቸውም። | ኣብ ብምሉኡ ቕዱሳት ጽሑፋት፡ ብመንፈስ ቅዱስ እተደረኹ ሓያሎ ኣብነታት ሰብ እምነት ንረክብ ኢና፣ ኰይኑ ግና፡ ኣብ ሰማይ ናይ ምንባር ተስፋ ኣይነበሮምን። |
1,297 | tg_am | ኣብ ብምሉኡ ቕዱሳት ጽሑፋት፡ ብመንፈስ ቅዱስ እተደረኹ ሓያሎ ኣብነታት ሰብ እምነት ንረክብ ኢና፣ ኰይኑ ግና፡ ኣብ ሰማይ ናይ ምንባር ተስፋ ኣይነበሮምን። | ቅዱሳን መጻሕፍትን ስንመረምር መንፈስ ቅዱስ የተሰጣቸው በርካታ የእምነት ሰዎችን እናገኛለን፤ ያም ሆኖ እነዚህ ሰዎች በሰማይ የመኖር ተስፋ አልነበራቸውም። |
1,298 | am_tg | እንዲህ ካሉት ሰዎች መካከል መጥምቁ ዮሐንስ አንዱ ነው። | ዮሃንስ መጥምቕ ሓደ ኻባታቶም እዩ። |
1,299 | tg_am | ዮሃንስ መጥምቕ ሓደ ኻባታቶም እዩ። | እንዲህ ካሉት ሰዎች መካከል መጥምቁ ዮሐንስ አንዱ ነው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.