Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,300 | am_tg | ኢየሱስ መጥምቁ ዮሐንስን በእጅጉ ያደነቀው ቢሆንም ወደ መንግሥተ ሰማያት እንደማይገባ ተናግሯል። | የሱስ ንዮሃንስ ብዙሕ እኳ እንተ ነኣዶ፡ ኣብታ ሰማያዊት መንግስቲ ኸም ዘይኣቱ ግና ሓቢሩ እዩ። |
1,301 | tg_am | የሱስ ንዮሃንስ ብዙሕ እኳ እንተ ነኣዶ፡ ኣብታ ሰማያዊት መንግስቲ ኸም ዘይኣቱ ግና ሓቢሩ እዩ። | ኢየሱስ መጥምቁ ዮሐንስን በእጅጉ ያደነቀው ቢሆንም ወደ መንግሥተ ሰማያት እንደማይገባ ተናግሯል። |
1,302 | am_tg | ዳዊትም የይሖዋን መንፈስ አግኝቶ ነበር። | ዳዊት እውን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኹ እዩ። |
1,303 | tg_am | ዳዊት እውን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኹ እዩ። | ዳዊትም የይሖዋን መንፈስ አግኝቶ ነበር። |
1,304 | am_tg | ዳዊት ጥልቅ መንፈሳዊ እውቀት ያለው ሰው ከመሆኑም ባሻገር አንዳንድ የመጽሐፍ ቅዱስ መጻሕፍትን በመንፈስ መሪነት ጽፏል። | ዓብዪ መንፈሳዊ ዕምቈት ዝነበሮ ሰብ እዩ ነይሩ፣ ብድራኸ መንፈስ ከኣ ገለ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ጽሒፉ እዩ። |
1,305 | tg_am | ዓብዪ መንፈሳዊ ዕምቈት ዝነበሮ ሰብ እዩ ነይሩ፣ ብድራኸ መንፈስ ከኣ ገለ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ጽሒፉ እዩ። | ዳዊት ጥልቅ መንፈሳዊ እውቀት ያለው ሰው ከመሆኑም ባሻገር አንዳንድ የመጽሐፍ ቅዱስ መጻሕፍትን በመንፈስ መሪነት ጽፏል። |
1,306 | am_tg | ያም ሆኖ ጴጥሮስ በጴንጤቆስጤ ዕለት ዳዊት ወደ ሰማያት አልወጣም ብሏል። | ኰይኑ ግና፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ፡ ጴጥሮስ ብዛዕባ ዳዊት፡ ናብ ሰማያት ኣይዓረገን ኢሉ እዩ። |
1,307 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ፡ ጴጥሮስ ብዛዕባ ዳዊት፡ ናብ ሰማያት ኣይዓረገን ኢሉ እዩ። | ያም ሆኖ ጴጥሮስ በጴንጤቆስጤ ዕለት ዳዊት ወደ ሰማያት አልወጣም ብሏል። |
1,308 | am_tg | መንፈስ ቅዱስ በእነዚህ ሰዎች በመጠቀም ታላቅ ሥራ አከናውኗል፤ ሆኖም በሰማይ ሕይወት ለማግኘት መመረጣቸውን የሚያሳየውን ልዩ ምሥክርነት አልሰጣቸውም። | መንፈስ ቅዱስ ኣብዞም ሰባት እዚኦም ኣበርቲዑ እኳ እንተ ዓየየ፡ ናብ ሰማያዊ ህይወት ከም እተሓርዩ ግና ብፍሉይ መገዲ ኣይመስከረሎምን። |
1,309 | tg_am | መንፈስ ቅዱስ ኣብዞም ሰባት እዚኦም ኣበርቲዑ እኳ እንተ ዓየየ፡ ናብ ሰማያዊ ህይወት ከም እተሓርዩ ግና ብፍሉይ መገዲ ኣይመስከረሎምን። | መንፈስ ቅዱስ በእነዚህ ሰዎች በመጠቀም ታላቅ ሥራ አከናውኗል፤ ሆኖም በሰማይ ሕይወት ለማግኘት መመረጣቸውን የሚያሳየውን ልዩ ምሥክርነት አልሰጣቸውም። |
1,310 | am_tg | ይህ መሆኑ ግን ብቃት ጎድሏቸዋል ወይም እንከን አለባቸው ማለት አይደለም። | እዚ ድማ ብገለ መገዲ ዘይብቑዓት ወይ ጐደሎ ነይሮም ማለት ኣይኰነን። |
1,311 | tg_am | እዚ ድማ ብገለ መገዲ ዘይብቑዓት ወይ ጐደሎ ነይሮም ማለት ኣይኰነን። | ይህ መሆኑ ግን ብቃት ጎድሏቸዋል ወይም እንከን አለባቸው ማለት አይደለም። |
1,312 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ይሖዋ ከሞት አስነስቶ በምድር ላይ ለዘላለም እንዲኖሩ ያደርጋቸዋል ማለት ነው። | የግዳስ፡ የሆዋ ኣብታ ገነት እትኸውን ምድሪ ኺነብሩ ኸም ዜተንስኦም ዚሕብር ጥራይ እዩ። |
1,313 | tg_am | የግዳስ፡ የሆዋ ኣብታ ገነት እትኸውን ምድሪ ኺነብሩ ኸም ዜተንስኦም ዚሕብር ጥራይ እዩ። | ከዚህ ይልቅ ይሖዋ ከሞት አስነስቶ በምድር ላይ ለዘላለም እንዲኖሩ ያደርጋቸዋል ማለት ነው። |
1,314 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ፧ |
1,315 | tg_am | ስለምንታይ፧ | ለምን? |
1,316 | am_tg | ጳውሎስ የሰውን አካል እንደ ምሳሌ በመጥቀስ የጉባኤው ራስ በሆነው በኢየሱስ ክርስቶስ አመራር ሥር አንድነት ሊኖረን እንደሚገባ በአጽንኦት ገልጿል። | ጳውሎስ ንሰብነት ከም ኣብነት ብምጥቃም፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሲ እታ ጉባኤ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ብሓድነት ክንሓብር ከም ዜድሊ ኣጕሊሑ ኣሎ። |
1,317 | tg_am | ጳውሎስ ንሰብነት ከም ኣብነት ብምጥቃም፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሲ እታ ጉባኤ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ብሓድነት ክንሓብር ከም ዜድሊ ኣጕሊሑ ኣሎ። | ጳውሎስ የሰውን አካል እንደ ምሳሌ በመጥቀስ የጉባኤው ራስ በሆነው በኢየሱስ ክርስቶስ አመራር ሥር አንድነት ሊኖረን እንደሚገባ በአጽንኦት ገልጿል። |
1,318 | am_tg | ሐዋርያው አስፈላጊ የሆነውን ነገር በሚያሟላው በእያንዳንዱ መገጣጠሚያ አማካኝነት መተባበር እንደሚያስፈልግ ተናግሯል። | እቲ ሰብነት ብደገፍ መላግቦ ኸም ዚዋደድ እውን ገሊጹ ኣሎ። |
1,319 | tg_am | እቲ ሰብነት ብደገፍ መላግቦ ኸም ዚዋደድ እውን ገሊጹ ኣሎ። | ሐዋርያው አስፈላጊ የሆነውን ነገር በሚያሟላው በእያንዳንዱ መገጣጠሚያ አማካኝነት መተባበር እንደሚያስፈልግ ተናግሯል። |
1,320 | am_tg | ልጅ አዋቂ፣ ብርቱ ደካማ ሳይል ሁላችንም ለጉባኤው አንድነትና መንፈሳዊነት የበኩላችንን አስተዋጽኦ ማበርከት የምንችለው እንዴት ነው? | ንኣሽቱ ንኹን ዓበይቲ፡ ብርቱዓት ንኹን ድኹማት፡ ኰታስ ነፍሲ ወከፍና ኸመይ ጌርና ንሓድነትን መንፈሳውነትን ጉባኤና ኣበርክቶ ኽንገብር ንኽእል፧ |
1,321 | tg_am | ንኣሽቱ ንኹን ዓበይቲ፡ ብርቱዓት ንኹን ድኹማት፡ ኰታስ ነፍሲ ወከፍና ኸመይ ጌርና ንሓድነትን መንፈሳውነትን ጉባኤና ኣበርክቶ ኽንገብር ንኽእል፧ | ልጅ አዋቂ፣ ብርቱ ደካማ ሳይል ሁላችንም ለጉባኤው አንድነትና መንፈሳዊነት የበኩላችንን አስተዋጽኦ ማበርከት የምንችለው እንዴት ነው? |
1,322 | am_tg | ቁልፉ ነገር ኢየሱስ በጉባኤ ውስጥ አመራር እንዲሰጡ የሾማቸውን ሽማግሌዎች ማክበርና ለእነሱ መገዛት ነው። | ነቶም የሱስ ኣብ ጉባኤ መምርሒ ንምሃብ ዚጥቀመሎም ሽማግለታት ክንግዝኦምን ከነኽብሮምን ኣሎና። |
1,323 | tg_am | ነቶም የሱስ ኣብ ጉባኤ መምርሒ ንምሃብ ዚጥቀመሎም ሽማግለታት ክንግዝኦምን ከነኽብሮምን ኣሎና። | ቁልፉ ነገር ኢየሱስ በጉባኤ ውስጥ አመራር እንዲሰጡ የሾማቸውን ሽማግሌዎች ማክበርና ለእነሱ መገዛት ነው። |
1,324 | am_tg | እርግጥ እንዲህ ማድረግ ሁልጊዜ ቀላል ላይሆን ይችላል። | እዚ ወትሩ ቐሊል ከይኸውን ይኽእል እዩ። |
1,325 | tg_am | እዚ ወትሩ ቐሊል ከይኸውን ይኽእል እዩ። | እርግጥ እንዲህ ማድረግ ሁልጊዜ ቀላል ላይሆን ይችላል። |
1,326 | am_tg | ነገር ግን አምላክ እንደሚረዳን እርግጠኛ በመሆን አመራሩን መጠየቅ እንችላለን። | ግናኸ፡ ካብ ኣምላኽ ሓገዝ ክንሓትት ንኽእል ኢና። |
1,327 | tg_am | ግናኸ፡ ካብ ኣምላኽ ሓገዝ ክንሓትት ንኽእል ኢና። | ነገር ግን አምላክ እንደሚረዳን እርግጠኛ በመሆን አመራሩን መጠየቅ እንችላለን። |
1,328 | am_tg | ቅዱስ መንፈሱ የጉባኤውን ዝግጅቶች በሙሉ ልባችን መደገፍ እንድንችል ይረዳናል። | እቲ ንጡፍ ሓይሉ ኸኣ ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎ ስርዓት ብምሉእ ልብና ምእንቲ ኽንድግፎ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። |
1,329 | tg_am | እቲ ንጡፍ ሓይሉ ኸኣ ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎ ስርዓት ብምሉእ ልብና ምእንቲ ኽንድግፎ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። | ቅዱስ መንፈሱ የጉባኤውን ዝግጅቶች በሙሉ ልባችን መደገፍ እንድንችል ይረዳናል። |
1,330 | am_tg | ስለዚህ የተሰጠንን አመራር መከተል ከባድ በሚሆንብን ጊዜ በትሕትና መንፈስ ተባባሪ መሆናችን ለጉባኤው አንድነት የሚያበረክተውን አስተዋጽኦ ማሰብ ይኖርብናል። | ስለዚ፡ ሓድሓደ ግዜ ንዚውሃበና መምርሒ ምስዓቡ እንተ ኸቢዱና፡ ብትሕትና ምትሕብባርና ንሓድነት እታ ጉባኤ ብኸመይ ኣበርክቶ ኸም ዚገብር ከነስተንትን ኣሎና። |
1,331 | tg_am | ስለዚ፡ ሓድሓደ ግዜ ንዚውሃበና መምርሒ ምስዓቡ እንተ ኸቢዱና፡ ብትሕትና ምትሕብባርና ንሓድነት እታ ጉባኤ ብኸመይ ኣበርክቶ ኸም ዚገብር ከነስተንትን ኣሎና። | ስለዚህ የተሰጠንን አመራር መከተል ከባድ በሚሆንብን ጊዜ በትሕትና መንፈስ ተባባሪ መሆናችን ለጉባኤው አንድነት የሚያበረክተውን አስተዋጽኦ ማሰብ ይኖርብናል። |
1,332 | am_tg | በተጨማሪም በዚህ ረገድ መተባበራችን ሁላችንም በፍቅር እንድናድግ ሊረዳን ይችላል። | ብዘይካዚ፡ ኣብ ከምዚ ምትሕብባርና፡ ንዅላትና ብፍቕሪ ኽንዓቢ ይሕግዘና እዩ። |
1,333 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ኣብ ከምዚ ምትሕብባርና፡ ንዅላትና ብፍቕሪ ኽንዓቢ ይሕግዘና እዩ። | በተጨማሪም በዚህ ረገድ መተባበራችን ሁላችንም በፍቅር እንድናድግ ሊረዳን ይችላል። |
1,334 | am_tg | ይሖዋ አንዳንድ ጊዜ ለምንጠይቀው ነገር አፋጣኝ ምላሽ የማይሰጠን ለምንድን ነው? | የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ልመናና ብኡብኡ ምላሽ ዘይህበሉ ስለምንታይ እዩ፧ |
1,335 | tg_am | የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ልመናና ብኡብኡ ምላሽ ዘይህበሉ ስለምንታይ እዩ፧ | ይሖዋ አንዳንድ ጊዜ ለምንጠይቀው ነገር አፋጣኝ ምላሽ የማይሰጠን ለምንድን ነው? |
1,336 | am_tg | ይሖዋ ከእሱ ጋር የመሠረትነውን ዝምድና በአባትና በልጅ መካከል ካለው ግንኙነት ጋር እንዳመሳሰለው አስታውስ። | ነቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ ምስ ናይ ወላድን ውሉድን ከም ዜመሳስሎ ኣይትረስዕ። |
1,337 | tg_am | ነቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ ምስ ናይ ወላድን ውሉድን ከም ዜመሳስሎ ኣይትረስዕ። | ይሖዋ ከእሱ ጋር የመሠረትነውን ዝምድና በአባትና በልጅ መካከል ካለው ግንኙነት ጋር እንዳመሳሰለው አስታውስ። |
1,338 | am_tg | አንድ ልጅ፣ የሚጠይቀውን ነገር ሁሉ ወላጆቹ እንዲያደርጉለት ወይም ፍላጎቱን በሙሉ ወዲያውኑ እንዲያሟሉለት መጠበቁ ተገቢ አይሆንም። | ሓደ ወላዲ ንውሉዱ፡ ንነፍሲ ወከፍ ዝሓተቶ ነገር ብኡብኡ ኣይህቦን እዩ። |
1,339 | tg_am | ሓደ ወላዲ ንውሉዱ፡ ንነፍሲ ወከፍ ዝሓተቶ ነገር ብኡብኡ ኣይህቦን እዩ። | አንድ ልጅ፣ የሚጠይቀውን ነገር ሁሉ ወላጆቹ እንዲያደርጉለት ወይም ፍላጎቱን በሙሉ ወዲያውኑ እንዲያሟሉለት መጠበቁ ተገቢ አይሆንም። |
1,340 | am_tg | ልጁ አንዳንድ ነገሮችን የሚጠይቀው በስሜታዊነት በመሆኑ ብዙም ሳይቆይ ይረሳዋል። | ከመይሲ፡ ገሊኡ እቲ ውሉድ ዚሓትቶ ነገራት፡ ኣብቲ ህሞት እቲ ባህ ዝበሎ ጥራይ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,341 | tg_am | ከመይሲ፡ ገሊኡ እቲ ውሉድ ዚሓትቶ ነገራት፡ ኣብቲ ህሞት እቲ ባህ ዝበሎ ጥራይ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ልጁ አንዳንድ ነገሮችን የሚጠይቀው በስሜታዊነት በመሆኑ ብዙም ሳይቆይ ይረሳዋል። |
1,342 | am_tg | የሚጠይቃቸውን ሌሎች ነገሮች ለማድረግ ደግሞ ተገቢው ጊዜ እስኪደርስ መጠበቅ ያስፈልግ ይሆናል። | እቲ ውሉድ ዚደልዮ ገሊኡ ነገራት ከኣ፡ ግቡእ ግዜኡ ምስ ኣኸለ ጥራይ ዚውሃቦ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,343 | tg_am | እቲ ውሉድ ዚደልዮ ገሊኡ ነገራት ከኣ፡ ግቡእ ግዜኡ ምስ ኣኸለ ጥራይ ዚውሃቦ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | የሚጠይቃቸውን ሌሎች ነገሮች ለማድረግ ደግሞ ተገቢው ጊዜ እስኪደርስ መጠበቅ ያስፈልግ ይሆናል። |
1,344 | am_tg | አንዳንድ ጊዜ ልጁ የሚፈልገው ነገር እሱንም ሆነ ከእሱ ጋር ግንኙነት ያላቸውን ሌሎች ሰዎች የሚጎዳ ሊሆን ይችላል። | ገሊኡ ድማ ነቲ ቘልዓ ዘይጠቕሞ ወይ ከኣ ንኻልኦት ዚጸሉ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,345 | tg_am | ገሊኡ ድማ ነቲ ቘልዓ ዘይጠቕሞ ወይ ከኣ ንኻልኦት ዚጸሉ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | አንዳንድ ጊዜ ልጁ የሚፈልገው ነገር እሱንም ሆነ ከእሱ ጋር ግንኙነት ያላቸውን ሌሎች ሰዎች የሚጎዳ ሊሆን ይችላል። |
1,346 | am_tg | በተጨማሪም ወላጆች ልጁ የጠየቀውን ነገር ሁሉ ካደረጉለት ግንኙነታቸው የጌታና የባሪያ ዓይነት ይሆንና ልጁ አዛዥ ሆኖ ቁጭ ይላል። | ብዘይካዚ፡ እቲ ውሉድ፡ ዝሓተቶ ዘበለ ብኡብኡ ዚውሃቦ እንተ ዀይኑ፡ ወላድን ውሉድን ምዃኖም ተሪፉ፡ ጐይታን ባርያን ይዀኑ፣ እቲ ውሉድ ድማ እዩ ጐይታ ዚኸውን። |
1,347 | tg_am | ብዘይካዚ፡ እቲ ውሉድ፡ ዝሓተቶ ዘበለ ብኡብኡ ዚውሃቦ እንተ ዀይኑ፡ ወላድን ውሉድን ምዃኖም ተሪፉ፡ ጐይታን ባርያን ይዀኑ፣ እቲ ውሉድ ድማ እዩ ጐይታ ዚኸውን። | በተጨማሪም ወላጆች ልጁ የጠየቀውን ነገር ሁሉ ካደረጉለት ግንኙነታቸው የጌታና የባሪያ ዓይነት ይሆንና ልጁ አዛዥ ሆኖ ቁጭ ይላል። |
1,348 | am_tg | በተመሳሳይም ይሖዋ ለጸሎታችን መልስ ከመስጠቱ በፊት የተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ የሚያደርገው ለእኛ ጥቅም ሲል ሊሆን ይችላል። | ብተመሳሳሊ፡ የሆዋ ንዓና ዚሕሸና ስለ ዚፈልጥ፡ ንጸሎትና ቕድሚ ምምላሱ እተወሰነ ግዜ ንኺሓልፍ ኪፈቅድ ይኽእል እዩ። |
1,349 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ የሆዋ ንዓና ዚሕሸና ስለ ዚፈልጥ፡ ንጸሎትና ቕድሚ ምምላሱ እተወሰነ ግዜ ንኺሓልፍ ኪፈቅድ ይኽእል እዩ። | በተመሳሳይም ይሖዋ ለጸሎታችን መልስ ከመስጠቱ በፊት የተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ የሚያደርገው ለእኛ ጥቅም ሲል ሊሆን ይችላል። |
1,350 | am_tg | ይሖዋ ጥበበኛ ፈጣሪያችን፣ አፍቃሪ ጌታችንና ሰማያዊ አባታችን እንደ መሆኑ መጠን ይህን የማድረግ መብት አለው። | ንሱ ጥበበኛ ፈጣሪናን ፈቃር ጐይታናን ሰማያዊ ኣቦናን ስለ ዝዀነ፡ ከምኡ ናይ ምግባር መሰል ኣለዎ። |
1,351 | tg_am | ንሱ ጥበበኛ ፈጣሪናን ፈቃር ጐይታናን ሰማያዊ ኣቦናን ስለ ዝዀነ፡ ከምኡ ናይ ምግባር መሰል ኣለዎ። | ይሖዋ ጥበበኛ ፈጣሪያችን፣ አፍቃሪ ጌታችንና ሰማያዊ አባታችን እንደ መሆኑ መጠን ይህን የማድረግ መብት አለው። |
1,352 | am_tg | የጠየቅነውን ሁሉ ወዲያውኑ የሚያደርግልን ከሆነ በመካከላችን ያለው ግንኙነት ትክክለኛውን አካሄድ የጠበቀ አይሆንም። | ዝሓተትናዮ ዘበለ ብኡብኡ ዜማልኣልና እንተ ዀይኑ ግና፡ እቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ፡ ግቡእ መልክዕ ኣይህልዎን እዩ። |
1,353 | tg_am | ዝሓተትናዮ ዘበለ ብኡብኡ ዜማልኣልና እንተ ዀይኑ ግና፡ እቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ፡ ግቡእ መልክዕ ኣይህልዎን እዩ። | የጠየቅነውን ሁሉ ወዲያውኑ የሚያደርግልን ከሆነ በመካከላችን ያለው ግንኙነት ትክክለኛውን አካሄድ የጠበቀ አይሆንም። |
1,354 | am_tg | አንዳንዶች ራስን በመወሰንና በመጠመቅ መካከል ያለው ልዩነት በግልጽ ላይገባቸው ይችላል። | ገሊኦም ኣብ መንጎ ወፈያን ጥምቀትን ዘሎ ፍልልይ የደናግሮም እዩ። |
1,355 | tg_am | ገሊኦም ኣብ መንጎ ወፈያን ጥምቀትን ዘሎ ፍልልይ የደናግሮም እዩ። | አንዳንዶች ራስን በመወሰንና በመጠመቅ መካከል ያለው ልዩነት በግልጽ ላይገባቸው ይችላል። |
1,356 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ አንዳንድ ወጣቶች ራሳቸውን ለይሖዋ እንደወሰኑ፣ ለመጠመቅ ግን ዝግጁ እንዳልሆኑ ይናገራሉ። | ንኣብነት፡ ገሊኦም መንእሰያት ርእሶም ንየሆዋ ኸም ዝወፈዩ፡ ኪጥመቑ ግና ኸም ዘይተዳለዉ ይዛረቡ እዮም። |
1,357 | tg_am | ንኣብነት፡ ገሊኦም መንእሰያት ርእሶም ንየሆዋ ኸም ዝወፈዩ፡ ኪጥመቑ ግና ኸም ዘይተዳለዉ ይዛረቡ እዮም። | ለምሳሌ ያህል፣ አንዳንድ ወጣቶች ራሳቸውን ለይሖዋ እንደወሰኑ፣ ለመጠመቅ ግን ዝግጁ እንዳልሆኑ ይናገራሉ። |
1,358 | am_tg | ይህ አባባል ያስኬዳል? | እዝስ ቅኑዕ ኣረኣእያ ድዩ፧ |
1,359 | tg_am | እዝስ ቅኑዕ ኣረኣእያ ድዩ፧ | ይህ አባባል ያስኬዳል? |
1,360 | am_tg | ራስን መወሰን ማለት ይሖዋን ለዘላለም እንደምታገለግለው በጸሎት መንገር ማለት ነው። | ሓደ ሰብ ርእሱ ንየሆዋ ኺውፊ ኸሎ፡ ንዘለኣለም ኬገልግሎ ኸም ዚደሊ እዩ ዚነግሮ ዘሎ። |
1,361 | tg_am | ሓደ ሰብ ርእሱ ንየሆዋ ኺውፊ ኸሎ፡ ንዘለኣለም ኬገልግሎ ኸም ዚደሊ እዩ ዚነግሮ ዘሎ። | ራስን መወሰን ማለት ይሖዋን ለዘላለም እንደምታገለግለው በጸሎት መንገር ማለት ነው። |
1,362 | am_tg | አንድ ሰው ሲጠመቅ፣ ራሱን መወሰኑን ሌሎች እንዲያውቁ ያደርጋል። | ኪጥመቕ ከሎ ድማ፡ ርእሱ ኸም ዝወፈየ እዩ ንኻልኦት ዜርኢ ዘሎ። |
1,363 | tg_am | ኪጥመቕ ከሎ ድማ፡ ርእሱ ኸም ዝወፈየ እዩ ንኻልኦት ዜርኢ ዘሎ። | አንድ ሰው ሲጠመቅ፣ ራሱን መወሰኑን ሌሎች እንዲያውቁ ያደርጋል። |
1,364 | am_tg | በመሆኑም ጥምቀት፣ ለይሖዋ ባቀረብከው የግል ጸሎት አማካኝነት ቀደም ሲል ራስህን መወሰንህን ሰዎች እንዲያውቁ ማድረግ ማለት ነው። | ስለዚ፡ ነቲ ብብሕቲ ናብ የሆዋ ብእተቕርቦ ጸሎት ዝገበርካዮ ወፈያ ኢኻ ብጥምቀት ኣቢልካ ንሰባት እትገልጽ። |
1,365 | tg_am | ስለዚ፡ ነቲ ብብሕቲ ናብ የሆዋ ብእተቕርቦ ጸሎት ዝገበርካዮ ወፈያ ኢኻ ብጥምቀት ኣቢልካ ንሰባት እትገልጽ። | በመሆኑም ጥምቀት፣ ለይሖዋ ባቀረብከው የግል ጸሎት አማካኝነት ቀደም ሲል ራስህን መወሰንህን ሰዎች እንዲያውቁ ማድረግ ማለት ነው። |
1,366 | am_tg | ከመጠመቅህ በፊት ራስን መወሰን ምን ትርጉም እንዳለው በሚገባ መረዳት ይኖርብሃል። | ቅድሚ ምጥምቕካ፡ ትርጉም ወፈያ ኸም እተረድኣካ ርግጸኛ ኽትከውን ኣሎካ። |
1,367 | tg_am | ቅድሚ ምጥምቕካ፡ ትርጉም ወፈያ ኸም እተረድኣካ ርግጸኛ ኽትከውን ኣሎካ። | ከመጠመቅህ በፊት ራስን መወሰን ምን ትርጉም እንዳለው በሚገባ መረዳት ይኖርብሃል። |
1,368 | am_tg | በቀላል አነጋገር፣ ራስህን ለይሖዋ ስትወስን ሕይወትህ የአንተ ንብረት መሆኑ ያበቃል ማለት ነው። | ብሓጺሩ፡ ህይወትካ ንየሆዋ ኽትውፊ ኸለኻ፡ ርእስኻ ንየሆዋ ሂብካዮ ኢኻ። |
1,369 | tg_am | ብሓጺሩ፡ ህይወትካ ንየሆዋ ኽትውፊ ኸለኻ፡ ርእስኻ ንየሆዋ ሂብካዮ ኢኻ። | በቀላል አነጋገር፣ ራስህን ለይሖዋ ስትወስን ሕይወትህ የአንተ ንብረት መሆኑ ያበቃል ማለት ነው። |
1,370 | am_tg | በሕይወትህ ውስጥ የይሖዋን ፈቃድ ከምንም ነገር በላይ እንደምታስቀድም በመግለጽ ለእሱ ቃል ትገባለህ። | ፍቓዱ ምግባር፡ ኣብ ህይወትካ ልዕሊ ዅሉ ኸም እትሰርዖ ንየሆዋ ተመባጺዕካሉ ማለት እዩ። |
1,371 | tg_am | ፍቓዱ ምግባር፡ ኣብ ህይወትካ ልዕሊ ዅሉ ኸም እትሰርዖ ንየሆዋ ተመባጺዕካሉ ማለት እዩ። | በሕይወትህ ውስጥ የይሖዋን ፈቃድ ከምንም ነገር በላይ እንደምታስቀድም በመግለጽ ለእሱ ቃል ትገባለህ። |
1,372 | am_tg | መቼም ቢሆን ቃል ስትገባ ጉዳዩን አክብደህ ማየት ይኖርብሃል፤ ይህ ከሆነ ታዲያ ለይሖዋ አምላክ የምትገባውን ቃል እጅግ አክብደህ ልታየው አይገባም?—፤ | ዝዀነ ይኹን መብጽዓ ኣርዚንካ ኺርአ ይግባእ፣ ንየሆዋ ዚእቶ መብጽዓ ግዳ ኽሳዕ ክንደይ ብዝያዳ ኣርዚንካ ዘይርአ!—። |
1,373 | tg_am | ዝዀነ ይኹን መብጽዓ ኣርዚንካ ኺርአ ይግባእ፣ ንየሆዋ ዚእቶ መብጽዓ ግዳ ኽሳዕ ክንደይ ብዝያዳ ኣርዚንካ ዘይርአ!—። | መቼም ቢሆን ቃል ስትገባ ጉዳዩን አክብደህ ማየት ይኖርብሃል፤ ይህ ከሆነ ታዲያ ለይሖዋ አምላክ የምትገባውን ቃል እጅግ አክብደህ ልታየው አይገባም?—፤ |
1,374 | am_tg | ኃላፊነት ያለው አንድ ሰው ተገቢ ያልሆነ ነገር ሲፈጽምብን ለአምላክ ያለን ታማኝነት ሊፈተን ይችላል። | ሓላፍነት ዘለዎ ሰብ ብጌጋ ምስ ዚፈርደና፡ ንየሆዋ ዘሎና ተኣማንነት ይፍተን እዩ። |
1,375 | tg_am | ሓላፍነት ዘለዎ ሰብ ብጌጋ ምስ ዚፈርደና፡ ንየሆዋ ዘሎና ተኣማንነት ይፍተን እዩ። | ኃላፊነት ያለው አንድ ሰው ተገቢ ያልሆነ ነገር ሲፈጽምብን ለአምላክ ያለን ታማኝነት ሊፈተን ይችላል። |
1,376 | am_tg | ዮናታን እንዲህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጥሞት ሊሆን ይችላል። | ዮናታን ከምኡ ዓይነት ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ። |
1,377 | tg_am | ዮናታን ከምኡ ዓይነት ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ። | ዮናታን እንዲህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጥሞት ሊሆን ይችላል። |
1,378 | am_tg | አምላክ የቀባው ንጉሥ ሳኦል፣ ልጁ ከዳዊት ጋር ጓደኝነት እንደመሠረተ ቢገነዘብም ይህን ያደረገው ለምን እንደሆነ አልገባውም ነበር። | እቲ ብኣምላኽ እተቐብአ ንጉስ ሳኦል ነቲ ወዱ ምስ ዳዊት ዝነበሮ ዕርክነት ይፈልጥ ነይሩ እዩ፣ ስለምንታይ ነቲ ዕርክነት ከም ዝመስረተ ግና ኣይተረድኦን። |
1,379 | tg_am | እቲ ብኣምላኽ እተቐብአ ንጉስ ሳኦል ነቲ ወዱ ምስ ዳዊት ዝነበሮ ዕርክነት ይፈልጥ ነይሩ እዩ፣ ስለምንታይ ነቲ ዕርክነት ከም ዝመስረተ ግና ኣይተረድኦን። | አምላክ የቀባው ንጉሥ ሳኦል፣ ልጁ ከዳዊት ጋር ጓደኝነት እንደመሠረተ ቢገነዘብም ይህን ያደረገው ለምን እንደሆነ አልገባውም ነበር። |
1,380 | am_tg | በመሆኑም ሳኦል ዮናታንን ተቆጥቶ ኃይለ ቃል በመናገር አዋረደው። | ስለዚ፡ ሳኦል ተቘጢዑ ንዮናታን ኣዋሪድዎ። |
1,381 | tg_am | ስለዚ፡ ሳኦል ተቘጢዑ ንዮናታን ኣዋሪድዎ። | በመሆኑም ሳኦል ዮናታንን ተቆጥቶ ኃይለ ቃል በመናገር አዋረደው። |
1,382 | am_tg | ያም ሆኖ ዮናታን አጸፋውን አልመለሰም። | ዮናታን ግና ከም ግብሩ ኣይፈደዮን። |
1,383 | tg_am | ዮናታን ግና ከም ግብሩ ኣይፈደዮን። | ያም ሆኖ ዮናታን አጸፋውን አልመለሰም። |
1,384 | am_tg | ለአምላክም ሆነ ከጊዜ በኋላ የእስራኤል ንጉሥ ለሚሆነው ለዳዊት ያለውን ታማኝነት አላጓደለም። | ካብቲ ንኣምላኽን ነቲ ጸኒሑ ንጉስ እስራኤል ዚኸውን ዳዊትን ዝነበሮ ተኣማንነት ምንቕ ኣይበለን። |
1,385 | tg_am | ካብቲ ንኣምላኽን ነቲ ጸኒሑ ንጉስ እስራኤል ዚኸውን ዳዊትን ዝነበሮ ተኣማንነት ምንቕ ኣይበለን። | ለአምላክም ሆነ ከጊዜ በኋላ የእስራኤል ንጉሥ ለሚሆነው ለዳዊት ያለውን ታማኝነት አላጓደለም። |
1,386 | am_tg | በዛሬው ጊዜ በይሖዋ ምሥክሮች ጉባኤ ውስጥ ተገቢ ያልሆነ ነገር ሊፈጸምብን የሚችልበት አጋጣሚ በጣም ጠባብ ነው። | ሎሚ ኣብ ጉባኤታት ህዝቢ ኣምላኽ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኸምዚ ዝበለ ግፍዒ ኣየጋጥመናን እዩ። |
1,387 | tg_am | ሎሚ ኣብ ጉባኤታት ህዝቢ ኣምላኽ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኸምዚ ዝበለ ግፍዒ ኣየጋጥመናን እዩ። | በዛሬው ጊዜ በይሖዋ ምሥክሮች ጉባኤ ውስጥ ተገቢ ያልሆነ ነገር ሊፈጸምብን የሚችልበት አጋጣሚ በጣም ጠባብ ነው። |
1,388 | am_tg | ሆኖም በመካከላችን ሆነው አመራር የሚሰጡን ወንድሞች ፍጹም ባለመሆናቸው፣ የምናደርገውን ነገር በተሳሳተ መንገድ ሊረዱት ይችላሉ። | ኰይኑ ግና፡ እቶም ዚመርሑና ዘለዉ ዘይፍጹማት ብምዃኖም፡ ንተግባራትና ብጌጋ ኺርድእዎ ይኽእሉ እዮም። |
1,389 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ እቶም ዚመርሑና ዘለዉ ዘይፍጹማት ብምዃኖም፡ ንተግባራትና ብጌጋ ኺርድእዎ ይኽእሉ እዮም። | ሆኖም በመካከላችን ሆነው አመራር የሚሰጡን ወንድሞች ፍጹም ባለመሆናቸው፣ የምናደርገውን ነገር በተሳሳተ መንገድ ሊረዱት ይችላሉ። |
1,390 | am_tg | ሰዎች ተገቢ ያልሆነ ነገር በሚፈጽሙብን ወይም በተሳሳተ መንገድ በሚረዱን ጊዜም ለይሖዋ ታማኝ መሆናችንን እንቀጥል። | ሰብ ብጌጋ ምስ ዚፈርደና ወይ ምስ ዚርድኣና፡ ወትሩ ንየሆዋ እሙናት ንኹን። |
1,391 | tg_am | ሰብ ብጌጋ ምስ ዚፈርደና ወይ ምስ ዚርድኣና፡ ወትሩ ንየሆዋ እሙናት ንኹን። | ሰዎች ተገቢ ያልሆነ ነገር በሚፈጽሙብን ወይም በተሳሳተ መንገድ በሚረዱን ጊዜም ለይሖዋ ታማኝ መሆናችንን እንቀጥል። |
1,392 | am_tg | መልካሙ አመላችን እንዳይበላሽ ከፈለግን መጥፎ ድርጊት የሚፈጽሙ ሰዎች የቅርብ ጓደኞቻችን ሊሆኑ አይገባም። | ነቲ ጽቡቕ ልማድና ምእንቲ ኸይነበላሽዎ፡ ምስቶም ሕማቕ ነገራት ዚገብሩ ሰባት ክንቀራረብ የብልናን። |
1,393 | tg_am | ነቲ ጽቡቕ ልማድና ምእንቲ ኸይነበላሽዎ፡ ምስቶም ሕማቕ ነገራት ዚገብሩ ሰባት ክንቀራረብ የብልናን። | መልካሙ አመላችን እንዳይበላሽ ከፈለግን መጥፎ ድርጊት የሚፈጽሙ ሰዎች የቅርብ ጓደኞቻችን ሊሆኑ አይገባም። |
1,394 | am_tg | ይህም ሲባል መጥፎ ድርጊት የሚፈጽሙ የማያምኑ ሰዎች ብቻ ሳይሆኑ ይሖዋን እናመልካለን እያሉ ሆን ብለው ሕጎቹን የሚጥሱ ሰዎችም ጓደኞቻችን መሆን የለባቸውም ማለት ነው። | እዚ ኸኣ ምስቶም ዘይኣመንቲ ዝዀኑ ኣበስቲ ምሕባር ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስቶም ንየሆዋ ኸም ዜምልኽዎ ዚዛረቡ ግናኸ ደይመደይ ኢሎም ሕግታቱ ዚጥሕሱ ሰባት ዘይምቅርራብ እውን ዜጠቓልል እዩ። |
1,395 | tg_am | እዚ ኸኣ ምስቶም ዘይኣመንቲ ዝዀኑ ኣበስቲ ምሕባር ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስቶም ንየሆዋ ኸም ዜምልኽዎ ዚዛረቡ ግናኸ ደይመደይ ኢሎም ሕግታቱ ዚጥሕሱ ሰባት ዘይምቅርራብ እውን ዜጠቓልል እዩ። | ይህም ሲባል መጥፎ ድርጊት የሚፈጽሙ የማያምኑ ሰዎች ብቻ ሳይሆኑ ይሖዋን እናመልካለን እያሉ ሆን ብለው ሕጎቹን የሚጥሱ ሰዎችም ጓደኞቻችን መሆን የለባቸውም ማለት ነው። |
1,396 | am_tg | ክርስቲያን ነን የሚሉ እንደነዚህ ያሉ ሰዎች ከባድ ኃጢአት ፈጽመው ንስሐ የማይገቡ ከሆነ ከእነሱ ጋር ያለን ጓደኝነት መቋረጥ ይኖርበታል። | ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣምሰሉ ክርስትያናት፡ ከቢድ ኣበሳ ፈጺሞም ክነሶም እንተ ዘይተነሲሖም፡ ነቲ ምሳታቶም ዝነበረና ዕርክነት ከነቋርጾ ኣሎና። |
1,397 | tg_am | ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣምሰሉ ክርስትያናት፡ ከቢድ ኣበሳ ፈጺሞም ክነሶም እንተ ዘይተነሲሖም፡ ነቲ ምሳታቶም ዝነበረና ዕርክነት ከነቋርጾ ኣሎና። | ክርስቲያን ነን የሚሉ እንደነዚህ ያሉ ሰዎች ከባድ ኃጢአት ፈጽመው ንስሐ የማይገቡ ከሆነ ከእነሱ ጋር ያለን ጓደኝነት መቋረጥ ይኖርበታል። |
1,398 | am_tg | የአምላክን ሕግጋት ከማይታዘዙ ሰዎች ጋር ጓደኝነት ከመሠረትን በእነሱ ዘንድ ተቀባይነት ለማግኘት ስንል እነሱ የሚያደርጉትን ነገር ለመፈጸም ልንገፋፋ እንችላለን። | ምስቶም ንሕጊ ኣምላኽ ዘይእዘዝዎ ንተዓራረኽ እንተ ዄንና፡ ብኣታቶም ተቐባልነት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ከምቲ ንሳቶም ዚገብርዎ ኽንገብር ክንፍተን ንኽእል ኢና። |
1,399 | tg_am | ምስቶም ንሕጊ ኣምላኽ ዘይእዘዝዎ ንተዓራረኽ እንተ ዄንና፡ ብኣታቶም ተቐባልነት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ከምቲ ንሳቶም ዚገብርዎ ኽንገብር ክንፍተን ንኽእል ኢና። | የአምላክን ሕግጋት ከማይታዘዙ ሰዎች ጋር ጓደኝነት ከመሠረትን በእነሱ ዘንድ ተቀባይነት ለማግኘት ስንል እነሱ የሚያደርጉትን ነገር ለመፈጸም ልንገፋፋ እንችላለን። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.