Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
6,800
am_tg
ከዚያም ፈርዖን የማኅተም ቀለበቱን ከእጁ ላይ አውልቆ በዮሴፍ እጅ ላይ አደረገለት፤ ከጥሩ የተልባ እግር የተሠራ ልብስም አለበሰው፤ በአንገቱም ላይ የወርቅ ሐብል አጠለቀለት።
ሽዑ፡ ፈርኦን ቀለቤት ማሕተሙ ኻብ ኢዱ ኣውጺኡ ኣብ ኢድ ዮሴፍ ገበረሉ፡ ቅጭን በፍታ ድማ ከደኖ፡ ኣብ ክሳዱ ኸኣ ድሪ ወርቂ ገበረሉ።
6,801
tg_am

6,802
am_tg
ከዚህም በላይ ከእሱ ቀጥሎ ባለው የክብር ሠረገላው ላይ አስቀመጠው፤ ሰዎችም ከፊት ከፊቱ እየሄዱ “አቭሬክ!” እያሉ ይጮኹ ነበር። በዚህ መንገድ በመላው የግብፅ ምድር ላይ ሾመው።
ኣብታ ኻልአይቲ ሰረገላ ኽብሪ ድማ ኣወጥሖ፣ ቀቅድሚኡ ኸኣ፡ “ኣብረኽ!” ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ። በዚ ኸምዚ፡ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ግብጺ ሸሞ።
6,803

6,804
am_tg
በተጨማሪም ፈርዖን ዮሴፍን “እኔ ፈርዖን ነኝ፤ ሆኖም ያለአንተ ፈቃድ ማንም ሰው በመላው የግብፅ ምድር ላይ ምንም ነገር ማድረግ አይችልም” አለው።
ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ፡ “ኣነ ፈርኦን እየ፣ ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ብዘይ ፍቓድካ ዋላ ሓደ ሰብ ሓንቲ እኳ ኣይግበር” በሎ።
6,805

6,806
am_tg
ከዚያም ፈርዖን ለዮሴፍ ጸፍናትፓነህ የሚል ስም አወጣለት፤ የኦን ካህን የሆነውን የጶጥፌራን ልጅ አስናትንም አጋባው። ዮሴፍም መላውን የግብፅ ምድር መቃኘት ጀመረ።
ድሕርዚ፡ ፈርኦን ንዮሴፍ፡ ጻፍናት-ጳዕናሕ ኢሉ ስም ኣውጽኣሉ፣ ኣሰናት ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን ድማ፡ ሰበይቱ ኽትኰኖ ሃቦ። ዮሴፍ ከኣ ኣብ ምድሪ ግብጺ ሓላፊ ዀነ።
6,807

6,808
am_tg
ዮሴፍ በግብፁ ንጉሥ በፈርዖን ፊት በቆመ ጊዜ ዕድሜው 30 ዓመት ነበር። ከዚያም ዮሴፍ ከፈርዖን ፊት ወጣ፤ መላውን የግብፅ ምድርም ተዘዋውሮ ተመለከተ።
ዮሴፍ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ኪቐውም ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ነበረ። ሽዑ፡ ዮሴፍ ካብ ቅድሚ ፈርኦን ወጺኡ፡ ንዅላ ምድሪ ግብጺ ዞራ።
6,809

6,810
am_tg
እህል ይትረፈረፍባቸዋል በተባሉት ሰባት ዓመታት ምድሪቱ የተትረፈረፈ ምርት ሰጠች።
እታ ምድሪ ድማ፡ በተን ሸውዓተ ዓመት ጽጋብ ብዙሕ ኣፍረየት።
6,811

6,812
am_tg
በእነዚያ ሰባት ዓመታት በግብፅ ምድር የተገኘውንም እህል በሙሉ እየሰበሰበ በየከተሞቹ ያከማች ነበር። በእያንዳንዱ ከተማ ዙሪያ ከሚገኘው እርሻ የተሰበሰበውን እህል በየከተማው ያከማች ነበር።
ካብ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ኵሉ ምግቢ እተን ናይተን ሸውዓተ ዓመት ኣከበ፡ ነቲ ምግቢ እውን ኣብ ከተማታት ደለቦ። ኣብ ከከተማኡ ድማ ካብቲ ኣብ ዙርያኡ ዝነበረ ግራውቲ ምግቢ ኣከበ።
6,813

6,814
am_tg
በመጨረሻም ሰዎቹ እህሉን መስፈር አቅቷቸው መስፈራቸውን እስኪተዉ ድረስ ዮሴፍ እንደ ባሕር አሸዋ በጣም ብዙ የሆነ እህል አከማቸ።
ዮሴፍ ከኣ፡ እቲ እኽሊ ኺስፈር ዘይከኣል ብምንባሩ፡ ምስፋሩ ኽሳዕ ዚሓድግዎ፡ ከም ሑጻ ባሕሪ ኣዝዩ ብዙሕ ይድልብ ነበረ።
6,815

6,816
am_tg
ዮሴፍ የረሃቡ ዓመት ከመጀመሩ በፊት የኦን ካህን ከሆነው ከጶጥፌራ ልጅ ከአስናት ሁለት ወንዶች ልጆች ወለደ።
ዓመት ጥሜት ቅድሚ ምምጻኣ፡ ንዮሴፍ ክልተ ኣወዳት ተወልዱሉ፣ ንሳቶም ከኣ ኣሰናት ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን ዝወለደትሉ እዮም።
6,817

6,818
am_tg
ዮሴፍም “አምላክ የደረሰብኝን ችግር ሁሉና የአባቴን ቤት በሙሉ እንድረሳ አደረገኝ” በማለት ለበኩር ልጁ ምናሴ የሚል ስም አወጣለት።
ዮሴፍ ድማ፡ “ኣምላኽ ኵሉ ሽግረይን ኵሉ ቤት ኣቦይን ኣረሲዑኒ” ኢሉ ነቲ በዅሪ ስሙ ምናሴ ኣውጽኣሉ።
6,819

6,820
am_tg
ሁለተኛውን ልጁን ደግሞ “መከራዬን ባየሁበት ምድር አምላክ ፍሬያማ አደረገኝ” በማለት ኤፍሬም የሚል ስም አወጣለት።
ነቲ ኻልኣይ ድማ፡ “ኣምላኽ ኣብ ምድሪ መከራይ ኣፍርዩኒ” ኢሉ ስሙ ኤፍሬም ኣውጽኣሉ።
6,821

6,822
am_tg
ከዚያም በግብፅ ምድር እህል የተትረፈረፈባቸው ሰባት ዓመታት አበቁ፤
እተን ኣብ ምድሪ ግብጺ ዝነበራ ሸውዓተ ዓመት ጽጋብ ከኣ ሓለፋ።
6,823

6,824
am_tg
ልክ ዮሴፍ እንደተናገረውም ሰባቱ የረሃብ ዓመታት ጀመሩ። ረሃቡም በምድር ሁሉ ላይ እየሰፋ ሄደ፤ በመላው የግብፅ ምድር ግን ምግብ ነበር።
ከምቲ ዮሴፍ ዝበሎ ድማ፡ እተን ሸውዓተ ዓመት ጥሜት ጀመራ። ኣብ ኵለን ሃገራት ከኣ ጥሜት ኰነ፣ ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ግና እንጌራ ነበረ።
6,825

6,826
am_tg
በመጨረሻም መላው የግብፅ ምድር በረሃቡ ተጠቃ፤ ሕዝቡም ምግብ ለማግኘት ወደ ፈርዖን ይጮኽ ጀመር። ፈርዖንም ግብፃውያንን ሁሉ “ወደ ዮሴፍ ሂዱ፤ የሚላችሁንም ሁሉ አድርጉ” ይላቸው ነበር።
ኵላ ምድሪ ግብጺ ምስ ጠመየት ድማ፡ እቲ ህዝቢ ብዛዕባ እንጌራ ናብ ፈርኦን ጠርዐ። ሽዑ፡ ፈርኦን ንዅሎም ግብጻውያን፡ “ናብ ዮሴፍ ኪዱ እሞ፡ ንሱ ዚብለኩም ዘበለ ግበሩ” በሎም።
6,827

6,828
am_tg
ረሃቡም በመላው ምድር ላይ እየተስፋፋ ሄደ። ረሃቡ በግብፅ ምድር ላይ እየጸና ስለሄደ ዮሴፍ በመካከላቸው ያሉትን የእህል ጎተራዎች በሙሉ በመክፈት ለግብፃውያን እህል ይሸጥላቸው ጀመር።
ኣብ ልዕሊ ዅላ ገጽ ምድሪ ድማ ጥሜት ኰይኑ ነበረ። እቲ ጥሜት ከኣ ኣብ ምድሪ ግብጺ በርትዐ። ዮሴፍ ድማ ኵሉ እቲ ኣብ መንጎኦም ዝነበረ ማዕከናት እናኸፈተ፡ ንግብጻውያን ኪሸጠሎም ጀመረ።
6,829

6,830
am_tg
በተጨማሪም ረሃቡ በመላው ምድር ላይ ክፉኛ ጸንቶ ስለነበር በመላው ምድር የሚኖሩ ሰዎች ከዮሴፍ እህል ለመግዛት ወደ ግብፅ ይመጡ ነበር።
እቲ ጥሜት ኣብ ኵላ ምድሪ ስለ ዝበርትዐ ድማ፡ ኪሽምቱ ኢሎም ካብ ኵላ ምድሪ ናብ ዮሴፍ ናብ ግብጺ ይመጹ ነበሩ።
6,831

6,832
am_tg
አብራም ዕድሜው 99 ዓመት ሲሆን ይሖዋ ተገለጠለትና እንዲህ አለው፦ “እኔ ሁሉን ቻይ አምላክ ነኝ። በፊቴ ተመላለስ፤ እንከን የሌለብህ መሆንህንም አስመሥክር።
ኣብራም ወዲ 99 ዓመት ምስ ኰነ፡ የሆዋ ንኣብራም ተራእዮ፣ “ኣነ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ እየ። ኣብ ቅድመይ ተመላለስ፡ ኣበር ዘይብልካ እውን ኩን።
6,833

6,834
am_tg
ከአንተ ጋር ቃል ኪዳኔን እመሠርታለሁ፤ አንተንም እጅግ አበዛሃለሁ።”
ኣነ ድማ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኪዳነይ ከቕውም እየ፣ ኣዝየ፡ ኣዝየ እውን ከብዝሓካ እየ” በሎ።
6,835

6,836
am_tg
በዚህ ጊዜ አብራም በግንባሩ ተደፋ፤ አምላክም እንዲህ በማለት እሱን ማነጋገሩን ቀጠለ፦
ኣብራም ከኣ ብገጹ ተደፍአ፣ ኣምላኽ ድማ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦
6,837

6,838
am_tg
“በእኔ በኩል ከአንተ ጋር የገባሁት ቃል ኪዳኔ እንደጸና ነው፤ አንተም በእርግጥ የብዙ ብሔር አባት ትሆናለህ።
“እንሆ፡ ኣነስ ኪዳነይ ምሳኻ እዩ፣ ንስኻ ኸኣ ብርግጽ ኣቦ ብዙሓት ኣህዛብ ክትከውን ኢኻ።
6,839

6,840
am_tg
ከእንግዲህ ስምህ አብራም አይባልም፤ የብዙ ብሔር አባት ስለማደርግህ ስምህ አብርሃም ይሆናል።
ኣቦ ብዙሓት ኣህዛብ ስለ ዝገብረካ፡ ኣብርሃም ደኣ እምበር፡ ደጊም ስምካ ኣብራም ተባሂሉ ኣይኪጽዋዕን እዩ።
6,841

6,842
am_tg
እጅግ አበዛሃለሁ፤ ብዙ ብሔርም አደርግሃለሁ፤ ነገሥታትም ከአንተ ይወጣሉ።
ኣዝየ፡ ኣዝየ ኸፍርየካ፡ ኣህዛብ ከም እትኸውን እውን ክገብረካ እየ፣ ነገስታት ከኣ ካባኻ ኺወጹ እዮም።
6,843

6,844
am_tg
“ለአንተም ሆነ ከአንተ በኋላ ለሚመጡት ዘሮችህ አምላክ እሆን ዘንድ በእኔና በአንተ እንዲሁም መጪዎቹን ትውልዶቻቸውን ሁሉ ጨምሮ ከአንተ በኋላ በሚመጡት ዘሮችህ መካከል ያለውን ቃል ኪዳኔን ዘላለማዊ ቃል ኪዳን አድርጌ እጠብቀዋለሁ።
“ኣነ ድማ ንዓኻ፡ ብድሕሬኻ ኸኣ ንዘርእኻ ኣምላኽ ክኸውን፡ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን፡ ብድሕሬኻ ድማ ኣብ መንጎ ዘርእኻ ንውሉድ ወለዶ ናይ ዘለኣለም ኪዳነይ ክሕሉ እየ።
6,845

6,846
am_tg
ባዕድ ሆነህ የኖርክበትን አገር ይኸውም መላውን የከነአን ምድር ለአንተና ከአንተ በኋላ ለሚመጡት ዘሮችህ ዘላቂ ርስት አድርጌ እሰጣለሁ፤ እኔም አምላካቸው እሆናለሁ።”
እዛ ጓና ዄንካ ዝነበርካላ ምድሪ፡—ኵላ ምድሪ ከነኣን፡—ንዓኻ፡ ብድሕሬኻ ድማ ንዘርእኻ ንሓዋሩ ርስቲ ገይረ ኽህብ እየ፣ ኣምላኾም ከኣ ክኸውን እየ።”
6,847

6,848
am_tg
በተጨማሪም አምላክ አብርሃምን እንዲህ አለው፦ “በአንተ በኩል፣ አንተም ሆንክ ከአንተ በኋላ የሚመጡት ዘሮችህ ከትውልድ እስከ ትውልድ ቃል ኪዳኔን መጠበቅ አለባችሁ።
ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃም ከምዚ በሎ፦ “ንስኻ ኸኣ ኪዳነይ ክትሕሉ ኢኻ፣ ንስኻ፡ ብድሕሬኻ ድማ ዘርእኻ ንውሉድ ወለዶ ኽትሕልዉ ኢኹም።
6,849

6,850
am_tg
እናንተም ሆናችሁ ከእናንተ በኋላ የሚመጡት ዘሮቻችሁ ልትጠብቁት የሚገባው በእኔና በእናንተ መካከል ያለው ቃል ኪዳኔ ይህ ነው፦ በእናንተ መካከል ያለ ወንድ ሁሉ መገረዝ አለበት።
እቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኹምን፡ ብድሕሬኻ ድማ ንስኻትኩምን ዘርእኹምን እትሕልውዎ ኺዳን እዚ እዩ፦ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ ይገዘር።
6,851

6,852
am_tg
ሸለፈታችሁን መገረዝ አለባችሁ፤ ይህም በእኔና በእናንተ መካከል ላለው ቃል ኪዳን እንደ ምልክት ሆኖ ያገለግላል።
ስጋ ዕልቦኹም ግዘሩ፣ እዚ ድማ ነቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኹምን ዘሎ ኺዳን ምልክት ኪኸውን እዩ።
6,853

6,854
am_tg
በትውልዶቻችሁ ሁሉ በመካከላችሁ ያለ ስምንት ቀን የሞላው ማንኛውም ወንድ መገረዝ አለበት፤ በቤት የተወለደም ሆነ ዘርህ ያልሆነ ወይም ደግሞ ከባዕድ ሰው ላይ በገንዘብ የተገዛ ማንኛውም ወንድ ሁሉ ይገረዝ።
ኣብ ብዘሎ ወለዶኹም፡ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ወዲ ሸሞንተ መዓልቲ ዝዀነ ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ፡ ኣብ ቤት እተወልደ ዘበለን ካብ ዘርእኻ ዘይኰነ ብገንዘብ እተዓደገ ዘበለ ጓናን ይገዘር።
6,855

6,856
am_tg
በቤትህ የተወለደ ማንኛውም ወንድ እንዲሁም በገንዘብህ የተገዛ ማንኛውም ወንድ መገረዝ አለበት፤ በሥጋችሁ ላይ ያለው ይህ ምልክት ከእናንተ ጋር ለገባሁት ዘላቂ ቃል ኪዳን ማስረጃ ሆኖ ያገለግላል።
ኣብ ቤትካ እተወልደ ዘበለን ብገንዘብካ እተዓደገ ዘበለን ይገዘር፣ ኣብ ስጋኹም ዚግበር ኪዳነይ ድማ፡ ናይ ሓዋሩ ኪዳን ኪኸውን እዩ።
6,857

6,858
am_tg
ሸለፈቱ እንዲገረዝ የማያደርግ ያልተገረዘ ወንድ ካለ ያ ሰው ከሕዝቡ መካከል ተለይቶ እንዲጠፋ ይደረግ። ይህ ሰው ቃል ኪዳኔን አፍርሷል።”
ዘይግዙር ዘበለ ተባዕታይ፡ ስጋ ዕልቦኡ እንተ ዘይተገዚሩ፡ እቲ ሰብ እቲ ኻብ ህዝቡ ኺምንቈስ እዩ። ኪዳነይ ኣፍሪሱ እዩ።”
6,859

6,860
am_tg
ከዚያም አምላክ አብርሃምን እንዲህ አለው፦ “ሚስትህን ሦራን በተመለከተ ሦራ ብለህ አትጥራት፤ ምክንያቱም ከእንግዲህ ስሟ ሣራ ይሆናል።
ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃም፡ “ንሰበይትኻ ሳራይ፡ ስማ ሳራ ስለ ዚኸውን፡ ሳራይ ኢልካ ኣይትጸውዓያ።
6,861

6,862
am_tg
እኔም እባርካታለሁ፤ ከእሷም ወንድ ልጅ እሰጥሃለሁ። እባርካታለሁ፤ እሷም ብዙ ብሔር ትሆናለች፤ የሕዝቦች ነገሥታትም ከእሷ ይወጣሉ።”
ክባርኻ፡ ካብኣ እውን ወዲ ኽህበካ እየ፣ ክባርኻ እየ፡ ኣህዛብ ከኣ ክትከውን እያ፣ ነገስታት ህዝብታት ካብኣ ኺወጹ እዮም” በሎ።
6,863

6,864
am_tg
በዚህ ጊዜ አብርሃም በግንባሩ ተደፋ፤ እየሳቀም በልቡ እንዲህ አለ፦ “እንዲያው ምንስ ቢሆን 100 ዓመት የሆነው ሰው የልጅ አባት ሊሆን ይችላል? ዘጠና ዓመት የሆናት ሣራስ ብትሆን ልጅ ልትወልድ ትችላለች?”
ሽዑ፡ ኣብርሃም ብገጹ ተደፍአ፡ ስሒቑ ድማ ብልቡ፡ “ንወዲ 100 ዓመትዶ ወዲ ይውለደሉ፧ ጓል 90 ዓመት ዝዀነት ሳራኸ ኽትወልድ ድያ፧” በለ።
6,865

6,866
am_tg
ስለዚህ አብርሃም እውነተኛውን አምላክ “ምነው እስማኤልን ብቻ በባረክልኝ!” አለው።
ኣብርሃም ድማ ንኣምላኽ፡ “እስማኤል ግዳ ኣብ ቅድሜኻ እንተ ዚነብር” በሎ።
6,867

6,868
am_tg
አምላክም እንዲህ አለው፦ “ሚስትህ ሣራ በእርግጥ ወንድ ልጅ ትወልድልሃለች፤ ስሙንም ይስሐቅ ትለዋለህ። እኔም ከእሱ በኋላ ለሚመጡት ዘሮቹ ጭምር ዘላለማዊ ቃል ኪዳን እንዲሆን ከእሱ ጋር ቃል ኪዳኔን እመሠርታለሁ።
ኣምላኽ ከኣ ከምዚ በሎ፦ “ሰበይትኻ ሳራ ብርግጽ ወዲ ኽትወልደልካ እያ፣ ስሙ ድማ ይስሃቅ ኣውጽኣሉ። ኪዳነይ ከኣ ምስኡ፡ ብድሕሪኡ እውን ምስ ዘርኡ ናይ ዘለኣለም ኪዳን ከቕውም እየ።
6,869

6,870
am_tg
እስማኤልን በተመለከተም ልመናህን ሰምቻለሁ። እሱንም ቢሆን እባርከዋለሁ፤ ፍሬያማ አደርገዋለሁ፤ እጅግም አበዛዋለሁ። ደግሞም 12 አለቆች ከእሱ ይወጣሉ፤ ታላቅ ብሔርም አደርገዋለሁ።
ብዛዕባ እስማኤል ድማ ሰሚዐካ ኣለኹ። እንሆ፡ ክባርኾን ከፍርዮን ኣዝየ ኸብዝሖን እየ። 12 ሹም ኪወልድ እዩ፣ ዓብዪ ህዝቢ ድማ ክገብሮ እየ።
6,871

6,872
am_tg
ሆኖም የዛሬ ዓመት በዚሁ ጊዜ ሣራ ከምትወልድልህ ከይስሐቅ ጋር ቃል ኪዳኔን እመሠርታለሁ።”
ግናኸ፡ ኪዳነይ ምስቲ ሳራ ንዓመታ በዚ ምዱብ ግዜ እዚ እትወልዶ ይስሃቅ ከቕውም እየ።”
6,873

6,874
am_tg
አምላክ ከአብርሃም ጋር ተነጋግሮ ሲያበቃ ከእሱ ተለይቶ ወደ ላይ ወጣ።
ኣምላኽ ምስኡ ተዛሪቡ ምስ ወድአ፡ ካብ ኣብርሃም ደየበ።
6,875

6,876
am_tg
ከዚያም አብርሃም ልጁን እስማኤልን፣ በቤቱ የተወለዱትንና በገንዘቡ የገዛቸውን ወንዶች ሁሉ እንዲሁም በአብርሃም ቤት የሚገኙትን ወንዶች ሁሉ ወስዶ ልክ አምላክ በነገረው መሠረት በዚያኑ ዕለት ሸለፈታቸውን ገረዘ።
ኣብርሃም ድማ ንወዱ እስማኤልን ኣብ ቤቱ ንእተወልዱ ዅሎምን ብገንዘቡ ንእተዓደጉ ዅሎምን፡ ካብ ቤተ ሰብ ኣብርሃም ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ ወሲዱ፡ ከምቲ ኣምላኽ እተዛረቦ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ዕልቦ ስጋኦም ገዘረ።
6,877

6,878
am_tg
አብርሃም ሸለፈቱን ሲገረዝ የ99 ዓመት ሰው ነበር።
ኣብርሃም ስጋ ዕልቦኡ ኺግዘር ከሎ፡ ወዲ 99 ዓመት ኰይኑ ነበረ።
6,879

6,880
am_tg
ልጁ እስማኤል ሸለፈቱን በተገረዘበት ጊዜ ደግሞ 13 ዓመቱ ነበር።
ወዱ እስማኤል ስጋ ዕልቦኡ ኺግዘር ከሎ ድማ፡ ወዲ 13 ዓመት ኰይኑ ነበረ።
6,881

6,882
am_tg
በዚሁ ዕለት አብርሃም ተገረዘ፤ ልጁ እስማኤልም ተገረዘ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብርሃምን ወዱ እስማኤልን ተገዝሩ።
6,883
tg_am
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብርሃምን ወዱ እስማኤልን ተገዝሩ።
በዚሁ ዕለት አብርሃም ተገረዘ፤ ልጁ እስማኤልም ተገረዘ።
6,884
am_tg
በተጨማሪም በቤቱ የሚገኙ ወንዶች ሁሉ፣ በቤት የተወለዱ ሁሉ እንዲሁም ከባዕድ ሰው በገንዘብ የተገዙ ሁሉ ከእሱ ጋር ተገረዙ።
ኵሎም ሰብኡት ቤተ ሰቡ፡ ኣብ ቤቱ እተወልዱ ዘበሉን ብገንዘቡ ኻብ ጓና እተዓደጉ ዘበሉን እውን ምስኡ ተገዝሩ።
6,885

6,886
am_tg
ከጊዜ በኋላ ያዕቆብ፣ የላባ ልጆች “ያዕቆብ የአባታችንን ንብረት እንዳለ ወስዷል፤ ይህን ሁሉ ሀብት ያካበተው እኮ ከአባታችን ንብረት ነው” ሲሉ ሰማ።
ደቂ ላባን ድማ፡ “እቲ ናይ ኣቦና ዘበለ ዅሉ ያእቆብ ወሲድዎ፣ ካብቲ ናይ ኣቦና ዘበለ ኸኣ ነዚ ዅሉ ሃብቲ ደሊቡ” ይብሉ ኸም ዝነበሩ ሰምዐ።
6,887

6,888
am_tg
ያዕቆብ የላባን ፊት ሲመለከት ፊቱ እንደተለወጠበት አስተዋለ።
ያእቆብ፡ ገጽ ላባን ምስ ጠመተ፡ ንዕኡ ዝነበሮ ኣረኣእያ ኸም ቀደሙ ኸም ዘይኰነ ረኣየ።
6,889

6,890
am_tg
በመጨረሻም ይሖዋ ያዕቆብን “ወደ አባቶችህና ወደ ዘመዶችህ አገር ተመለስ፤ እኔም ከአንተ ጋር እሆናለሁ” አለው።
የሆዋ ኸኣ ንያእቆብ፡ “ናብ ምድሪ ኣቦታትካን ኣዝማድካን ተመለስ፡ ኣነ እውን ምሳኻ ክኸውን እየ” በሎ።
6,891

6,892
am_tg
ከዚያም ያዕቆብ ራሔልና ሊያ መንጎቹን ወዳሰማራበት መስክ እንዲመጡ መልእክት ላከባቸው፤
ያእቆብ ድማ ልኢኹ ንራሄልን ንልያን ናብተን መጓሰኡ ናብ መሮር ጸውዐን፡
6,893

6,894
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “አባታችሁን ሳየው ፊቱ ተለውጦብኛል፤ የአባቴ አምላክ ግን ከእኔ አልተለየም።
ከምዚ ኸኣ በለን፦ “ኣቦኽን ንዓይ ዘለዎ ኣረኣእያ ኸም እተቐየረ ርእየ እየ፣ ኣምላኽ ኣቦይ ግና ምሳይ ነበረ።
6,895

6,896
am_tg
መቼም አባታችሁን ባለኝ አቅም ሁሉ እንዳገለገልኩት እናንተ ራሳችሁ በሚገባ ታውቃላችሁ።
ንኣቦኽን ብዅሉ ሓይለይ ከም እተገዛእክዎ፡ ባዕልኻትክን ብርግጽ ትፈልጣ ኢኽን።
6,897

6,898
am_tg
አባታችሁ ሊያጭበረብረኝ ሞክሯል፤ ደሞዜንም አሥር ጊዜ ቀያይሮብኛል፤ አምላክ ግን ጉዳት እንዲያደርስብኝ አልፈቀደለትም።
ኣቦኽን ከኣ ዓስበይ ዓሰርተ ሳዕ እናለዋወጠ ኣታሊሉኒ፣ ኣምላኽ ግና ኪጐድኣኒ ኣይፈቐደሉን።
6,899