Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
6,700 | am_tg | “የአገሩ ጌታ የሆነው ሰው በቁጣ ተናገረን፤ አገሪቱን ለመሰለል እንደሄድን አድርጎም ቆጠረን። | “እቲ ጐይታ እታ ሃገር ዝዀነ ሰብኣይ ኣበርቲዑ ተዛረበና፡ ከም ሰለይቲ እታ ሃገር ገይሩ እውን ረኣየና። |
6,701 | tg_am | “እቲ ጐይታ እታ ሃገር ዝዀነ ሰብኣይ ኣበርቲዑ ተዛረበና፡ ከም ሰለይቲ እታ ሃገር ገይሩ እውን ረኣየና። | “የአገሩ ጌታ የሆነው ሰው በቁጣ ተናገረን፤ አገሪቱን ለመሰለል እንደሄድን አድርጎም ቆጠረን። |
6,702 | am_tg | እኛ ግን እንዲህ አልነው፦ ‘እኛ ንጹሐን ሰዎች ነን። ሰላዮች አይደለንም። | ንሕና ግና፡ ‘ንሕና ቕኑዓት ኢና። ሰለይቲ ኣይኰንናን። |
6,703 | tg_am | ንሕና ግና፡ ‘ንሕና ቕኑዓት ኢና። ሰለይቲ ኣይኰንናን። | እኛ ግን እንዲህ አልነው፦ ‘እኛ ንጹሐን ሰዎች ነን። ሰላዮች አይደለንም። |
6,704 | am_tg | እኛ የአንድ አባት ልጆች የሆን 12 ወንድማማቾች ነን። አንዱ የለም፤ ትንሹ ወንድማችን ደግሞ አሁን ከአባታችን ጋር በከነአን ምድር ይገኛል’፤ | ንሕና 12 ኣሕዋት፡ ደቂ ኣቦና ኢና። እቲ ሓደ የሎን፡ እቲ ሕሳስ ልደ ድማ ሎሚ ምስ ኣቦና ኣብ ምድሪ ከነኣን ኣሎ’ በልናዮ። |
6,705 | tg_am | ንሕና 12 ኣሕዋት፡ ደቂ ኣቦና ኢና። እቲ ሓደ የሎን፡ እቲ ሕሳስ ልደ ድማ ሎሚ ምስ ኣቦና ኣብ ምድሪ ከነኣን ኣሎ’ በልናዮ። | እኛ የአንድ አባት ልጆች የሆን 12 ወንድማማቾች ነን። አንዱ የለም፤ ትንሹ ወንድማችን ደግሞ አሁን ከአባታችን ጋር በከነአን ምድር ይገኛል’፤ |
6,706 | am_tg | ሆኖም የአገሩ ጌታ የሆነው ሰው እንዲህ አለን፦ ‘እንግዲህ ንጹሐን ሰዎች መሆን አለመሆናችሁን በዚህ አውቃለሁ፤ አንዱ ወንድማችሁ እዚህ እኔ ጋ እንዲቆይ አድርጉ። የቀራችሁት ግን ለተራቡት ቤተሰቦቻችሁ የሆነ ነገር ይዛችሁ ሂዱ። | እቲ ጐይታ እታ ሃገር ዝዀነ ሰብኣይ ግና፡ ‘ቅኑዓት ምዃንኩም በዚ ኽፈልጥ እየ፦ ሓደ ሓውኩም ምሳይ ይጽናሕ። ነቶም ጠምዮም ዘለዉ ቤተ ሰብኩም ዚኸውን ድማ ሒዝኩም ኪዱ። |
6,707 | tg_am | እቲ ጐይታ እታ ሃገር ዝዀነ ሰብኣይ ግና፡ ‘ቅኑዓት ምዃንኩም በዚ ኽፈልጥ እየ፦ ሓደ ሓውኩም ምሳይ ይጽናሕ። ነቶም ጠምዮም ዘለዉ ቤተ ሰብኩም ዚኸውን ድማ ሒዝኩም ኪዱ። | ሆኖም የአገሩ ጌታ የሆነው ሰው እንዲህ አለን፦ ‘እንግዲህ ንጹሐን ሰዎች መሆን አለመሆናችሁን በዚህ አውቃለሁ፤ አንዱ ወንድማችሁ እዚህ እኔ ጋ እንዲቆይ አድርጉ። የቀራችሁት ግን ለተራቡት ቤተሰቦቻችሁ የሆነ ነገር ይዛችሁ ሂዱ። |
6,708 | am_tg | ንጹሐን ሰዎች እንጂ ሰላዮች አለመሆናችሁንም እንዳውቅ ትንሹን ወንድማችሁን ወደ እኔ ይዛችሁት ኑ። ወንድማችሁንም መልሼ እሰጣችኋለሁ፤ እናንተም በምድሪቱ መነገድ ትችላላችሁ።’” | ቅኑዓት እምበር፡ ሰለይቲ ዘይምዃንኩም ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡ ነቲ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ናባይ ኣምጽእዎ። ሽዑ፡ ሓውኩም ክህበኩም እየ፡ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ እውን ትነግዱ’ በለና።” |
6,709 | tg_am | ቅኑዓት እምበር፡ ሰለይቲ ዘይምዃንኩም ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡ ነቲ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ናባይ ኣምጽእዎ። ሽዑ፡ ሓውኩም ክህበኩም እየ፡ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ እውን ትነግዱ’ በለና።” | ንጹሐን ሰዎች እንጂ ሰላዮች አለመሆናችሁንም እንዳውቅ ትንሹን ወንድማችሁን ወደ እኔ ይዛችሁት ኑ። ወንድማችሁንም መልሼ እሰጣችኋለሁ፤ እናንተም በምድሪቱ መነገድ ትችላላችሁ።’” |
6,710 | am_tg | እያንዳንዳቸውም ከረጢታቸውን ሲያራግፉ ገንዘባቸውን እንደተቋጠረ በከረጢታቸው ውስጥ አገኙት። እነሱም ሆኑ አባታቸው የተቋጠረውን ገንዘብ ሲያዩ ደነገጡ። | ከከረጺቶም ኪግልብጡ ኸለዉ ኸኣ፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ማሕፉዳ ገንዘብ ኣብ ከከረጺቱ ነበረ። ንሳቶምን ኣቦኦምን ነቲ ማሕፉዳ ገንዘቦም ምስ ረኣዩ፡ ፈርሁ። |
6,711 | tg_am | ከከረጺቶም ኪግልብጡ ኸለዉ ኸኣ፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ማሕፉዳ ገንዘብ ኣብ ከከረጺቱ ነበረ። ንሳቶምን ኣቦኦምን ነቲ ማሕፉዳ ገንዘቦም ምስ ረኣዩ፡ ፈርሁ። | እያንዳንዳቸውም ከረጢታቸውን ሲያራግፉ ገንዘባቸውን እንደተቋጠረ በከረጢታቸው ውስጥ አገኙት። እነሱም ሆኑ አባታቸው የተቋጠረውን ገንዘብ ሲያዩ ደነገጡ። |
6,712 | am_tg | አባታቸው ያዕቆብም “ለሐዘን የዳረጋችሁት እኔን ነው! ዮሴፍ የለም፤ ስምዖንም የለም፤ አሁን ደግሞ ቢንያምን ልትወስዱት ነው! ኧረ ምን ጉድ ነው የመጣብኝ!” አላቸው። | ኣቦኦም ያእቆብ ድማ፡ “ውሉድ ዘይብለይ ጌርኩምኒ! ዮሴፍ የሎን፡ ስምኦን ከኣ የሎን፡ ንብንያም ድማ ክትወስድዎ ኢኹም! እዚ ዅሉ ኣባይ እዩ በጺሑ!” በሎም። |
6,713 | tg_am | ኣቦኦም ያእቆብ ድማ፡ “ውሉድ ዘይብለይ ጌርኩምኒ! ዮሴፍ የሎን፡ ስምኦን ከኣ የሎን፡ ንብንያም ድማ ክትወስድዎ ኢኹም! እዚ ዅሉ ኣባይ እዩ በጺሑ!” በሎም። | አባታቸው ያዕቆብም “ለሐዘን የዳረጋችሁት እኔን ነው! ዮሴፍ የለም፤ ስምዖንም የለም፤ አሁን ደግሞ ቢንያምን ልትወስዱት ነው! ኧረ ምን ጉድ ነው የመጣብኝ!” አላቸው። |
6,714 | am_tg | ሮቤል ግን አባቱን “ልጁን መልሼ ባላመጣልህ ሁለቱን ወንዶች ልጆቼን ግደላቸው። ለእኔ በኃላፊነት ስጠኝ፤ እኔ ራሴ መልሼ አስረክብሃለሁ” አለው። | ሮቤል ግና ንኣቦኡ፡ “ኣነ ናባኻ እንተ ዘይመሊሰዮ፡ ንኽልቲኦም ደቀይ ቅተል። ንዓይ ሕድሪ ሃበኒ፡ ኣነ ድማ ናባኻ ኽመልሶ እየ” በሎ። |
6,715 | tg_am | ሮቤል ግና ንኣቦኡ፡ “ኣነ ናባኻ እንተ ዘይመሊሰዮ፡ ንኽልቲኦም ደቀይ ቅተል። ንዓይ ሕድሪ ሃበኒ፡ ኣነ ድማ ናባኻ ኽመልሶ እየ” በሎ። | ሮቤል ግን አባቱን “ልጁን መልሼ ባላመጣልህ ሁለቱን ወንዶች ልጆቼን ግደላቸው። ለእኔ በኃላፊነት ስጠኝ፤ እኔ ራሴ መልሼ አስረክብሃለሁ” አለው። |
6,716 | am_tg | እሱ ግን እንዲህ አለ፦ “ልጄ ከእናንተ ጋር ወደዚያ አይወርድም። ምክንያቱም ወንድሙ ሞቷል፤ አሁን የቀረው እሱ ብቻ ነው። ከእናንተ ጋር አብሮ ሲሄድ መንገድ ላይ አደጋ ቢደርስበትና ቢሞት ሽበቴን በሐዘን ወደ መቃብር ታወርዱታላችሁ።” | ንሱ ግና፡ “ሓዉ ሞይቱ፡ ንሱ ኸኣ በይኑ ተሪፉ እዩ እሞ፡ ወደይሲ ምሳኻትኩም ኣይኪወርድን እዩ። ኣብቲ እትኸድዎ መገዲ ገለ ድንገት እንተ ረኺብዎ፡ ሽዑ ብርግጽ ንሽበተይ ብሓዘን ናብ መቓብር ከተውርድዎ ኢኹም” በሎም። |
6,717 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ሓዉ ሞይቱ፡ ንሱ ኸኣ በይኑ ተሪፉ እዩ እሞ፡ ወደይሲ ምሳኻትኩም ኣይኪወርድን እዩ። ኣብቲ እትኸድዎ መገዲ ገለ ድንገት እንተ ረኺብዎ፡ ሽዑ ብርግጽ ንሽበተይ ብሓዘን ናብ መቓብር ከተውርድዎ ኢኹም” በሎም። | እሱ ግን እንዲህ አለ፦ “ልጄ ከእናንተ ጋር ወደዚያ አይወርድም። ምክንያቱም ወንድሙ ሞቷል፤ አሁን የቀረው እሱ ብቻ ነው። ከእናንተ ጋር አብሮ ሲሄድ መንገድ ላይ አደጋ ቢደርስበትና ቢሞት ሽበቴን በሐዘን ወደ መቃብር ታወርዱታላችሁ።” |
6,718 | am_tg | ሁለት ድፍን ዓመታት ካለፉ በኋላ ፈርዖን በሕልሙ አባይ ወንዝ ዳር ቆሞ አየ። | ድሕሪ ኽልተ ዓመት፡ ፈርኦን ሓለመ፣ እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ገምገም ፈለግ ኒል ደው ኢሉ ነበረ። |
6,719 | tg_am | ድሕሪ ኽልተ ዓመት፡ ፈርኦን ሓለመ፣ እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ገምገም ፈለግ ኒል ደው ኢሉ ነበረ። | ሁለት ድፍን ዓመታት ካለፉ በኋላ ፈርዖን በሕልሙ አባይ ወንዝ ዳር ቆሞ አየ። |
6,720 | am_tg | ከዚያም ቁመናቸው ያማረ ሰባት የሰቡ ላሞች ከአባይ ወንዝ ሲወጡ አየ፤ እነሱም አባይ ወንዝ ዳር ያለውን ሣር ይበሉ ነበር። | ካብቲ ፈለግ ከኣ ሸውዓተ ጽቡቕ ዝትርኢተን ስቡሓት ኣሓ ወጺአን፡ ኣብቲ ሳዕሪ ኒል ይበልዓ ነበራ። |
6,721 | tg_am | ካብቲ ፈለግ ከኣ ሸውዓተ ጽቡቕ ዝትርኢተን ስቡሓት ኣሓ ወጺአን፡ ኣብቲ ሳዕሪ ኒል ይበልዓ ነበራ። | ከዚያም ቁመናቸው ያማረ ሰባት የሰቡ ላሞች ከአባይ ወንዝ ሲወጡ አየ፤ እነሱም አባይ ወንዝ ዳር ያለውን ሣር ይበሉ ነበር። |
6,722 | am_tg | ከእነሱም ቀጥሎ አስቀያሚ መልክ ያላቸውና ከሲታ የሆኑ ሌሎች ሰባት ላሞች ከአባይ ወንዝ ወጡ፤ እነሱም አባይ ወንዝ ዳር ከነበሩት የሰቡ ላሞች አጠገብ ቆሙ። | ድሕሪአን ድማ ካልኦት ሸውዓተ ኽፉእ ዝትርኢተን ዓባሩ ኣሓ ወጺአን፡ ኣብ ጥቓ እተን ኣብ ገምገም ኒል ዝነበራ ስቡሓት ኣሓ ደው በላ። |
6,723 | tg_am | ድሕሪአን ድማ ካልኦት ሸውዓተ ኽፉእ ዝትርኢተን ዓባሩ ኣሓ ወጺአን፡ ኣብ ጥቓ እተን ኣብ ገምገም ኒል ዝነበራ ስቡሓት ኣሓ ደው በላ። | ከእነሱም ቀጥሎ አስቀያሚ መልክ ያላቸውና ከሲታ የሆኑ ሌሎች ሰባት ላሞች ከአባይ ወንዝ ወጡ፤ እነሱም አባይ ወንዝ ዳር ከነበሩት የሰቡ ላሞች አጠገብ ቆሙ። |
6,724 | am_tg | ከዚያም አስቀያሚ መልክ ያላቸው ከሲታ የሆኑት ላሞች ያማረ ቁመና ያላቸውን የሰቡትን ሰባት ላሞች በሏቸው። በዚህ ጊዜ ፈርዖን ከእንቅልፉ ባነነ። | እተን ክፉእ ዝትርኢተን ዓባሩ ኣሓ ኸኣ ነተን ሸውዓተ ጽቡቕ ዝትርኢተን ስቡሓት ኣሓ በልዓአን። ሽዑ፡ ፈርኦን ተበራበረ። |
6,725 | tg_am | እተን ክፉእ ዝትርኢተን ዓባሩ ኣሓ ኸኣ ነተን ሸውዓተ ጽቡቕ ዝትርኢተን ስቡሓት ኣሓ በልዓአን። ሽዑ፡ ፈርኦን ተበራበረ። | ከዚያም አስቀያሚ መልክ ያላቸው ከሲታ የሆኑት ላሞች ያማረ ቁመና ያላቸውን የሰቡትን ሰባት ላሞች በሏቸው። በዚህ ጊዜ ፈርዖን ከእንቅልፉ ባነነ። |
6,726 | am_tg | ከዚያም ፈርዖን በድጋሚ እንቅልፍ ወሰደው፤ ለሁለተኛ ጊዜም ሕልም አለመ። በሕልሙም በአንድ አገዳ ላይ የተንዠረገጉና ያማሩ ሰባት የእህል ዛላዎች ሲወጡ አየ። | ተመሊሱ ድማ ደቀሰ፡ ካልኣይ ሳዕ እውን ሓለመ። እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ሓንቲ ብርዒ ሸውዓተ ምሉኣትን ጽቡቓትን ጉምቦ ሰዊት ነበራ። |
6,727 | tg_am | ተመሊሱ ድማ ደቀሰ፡ ካልኣይ ሳዕ እውን ሓለመ። እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ሓንቲ ብርዒ ሸውዓተ ምሉኣትን ጽቡቓትን ጉምቦ ሰዊት ነበራ። | ከዚያም ፈርዖን በድጋሚ እንቅልፍ ወሰደው፤ ለሁለተኛ ጊዜም ሕልም አለመ። በሕልሙም በአንድ አገዳ ላይ የተንዠረገጉና ያማሩ ሰባት የእህል ዛላዎች ሲወጡ አየ። |
6,728 | am_tg | ከእነሱም በኋላ የቀጨጩና በምሥራቅ ነፋስ የተመቱ ሰባት የእህል ዛላዎች በቀሉ። | ድሕሪአን ድማ ሸውዓተ ቐጠንትን ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጐጓን ጉምቦ ሰዊት ወጻ። |
6,729 | tg_am | ድሕሪአን ድማ ሸውዓተ ቐጠንትን ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጐጓን ጉምቦ ሰዊት ወጻ። | ከእነሱም በኋላ የቀጨጩና በምሥራቅ ነፋስ የተመቱ ሰባት የእህል ዛላዎች በቀሉ። |
6,730 | am_tg | የቀጨጩት የእህል ዛላዎች የተንዠረገጉትንና የፋፉትን ሰባት የእህል ዛላዎች ዋጧቸው። በዚህ ጊዜ ፈርዖን ከእንቅልፉ ባነነ፤ ሕልም እንደሆነም ተገነዘበ። | እተን ቀጠንቲ ጉምቦ ሰዊት ከኣ ነተን ሸውዓተ ምሉኣትን ጽቡቓትን ጉምቦ ሰዊት ወሓጣአን። ሽዑ፡ ፈርኦን ተበራበረ፡ ሕልሚ ምዃኑ እውን ፈለጠ። |
6,731 | tg_am | እተን ቀጠንቲ ጉምቦ ሰዊት ከኣ ነተን ሸውዓተ ምሉኣትን ጽቡቓትን ጉምቦ ሰዊት ወሓጣአን። ሽዑ፡ ፈርኦን ተበራበረ፡ ሕልሚ ምዃኑ እውን ፈለጠ። | የቀጨጩት የእህል ዛላዎች የተንዠረገጉትንና የፋፉትን ሰባት የእህል ዛላዎች ዋጧቸው። በዚህ ጊዜ ፈርዖን ከእንቅልፉ ባነነ፤ ሕልም እንደሆነም ተገነዘበ። |
6,732 | am_tg | በነጋም ጊዜ መንፈሱ ተረበሸ። በመሆኑም በግብፅ የሚገኙ አስማተኛ ካህናትን በሙሉ እንዲሁም ጥበበኞቿን በሙሉ አስጠራ። ፈርዖንም ያያቸውን ሕልሞች ነገራቸው፤ ሆኖም ለፈርዖን ሕልሞቹን ሊፈታለት የቻለ አንድም ሰው አልነበረም። | ምስ ነግሀ ግና፡ መንፈሱ ተናወጸ። ሽዑ፡ ልኢኹ ንዅሎም ስሒር ዚገብሩ ኻህናት ግብጽን ንዅሎም ጥበበኛታታን ጸውዖም። ፈርኦን ከኣ ሕልሙ ነገሮም። ንፈርኦን ኪትርጕመሉ ዝኸኣለ ግና ኣይነበረን። |
6,733 | tg_am | ምስ ነግሀ ግና፡ መንፈሱ ተናወጸ። ሽዑ፡ ልኢኹ ንዅሎም ስሒር ዚገብሩ ኻህናት ግብጽን ንዅሎም ጥበበኛታታን ጸውዖም። ፈርኦን ከኣ ሕልሙ ነገሮም። ንፈርኦን ኪትርጕመሉ ዝኸኣለ ግና ኣይነበረን። | በነጋም ጊዜ መንፈሱ ተረበሸ። በመሆኑም በግብፅ የሚገኙ አስማተኛ ካህናትን በሙሉ እንዲሁም ጥበበኞቿን በሙሉ አስጠራ። ፈርዖንም ያያቸውን ሕልሞች ነገራቸው፤ ሆኖም ለፈርዖን ሕልሞቹን ሊፈታለት የቻለ አንድም ሰው አልነበረም። |
6,734 | am_tg | በዚህ ጊዜ የመጠጥ አሳላፊዎቹ አለቃ ፈርዖንን እንዲህ አለው፦ “ኃጢአቴን ዛሬ ልናዘዝ። | ሽዑ፡ እቲ ሓለቓ ኣሰለፍቲ መስተ ንፈርኦን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ “ሎሚ ሓጢኣተይ ክናዘዝ። |
6,735 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ሓለቓ ኣሰለፍቲ መስተ ንፈርኦን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ “ሎሚ ሓጢኣተይ ክናዘዝ። | በዚህ ጊዜ የመጠጥ አሳላፊዎቹ አለቃ ፈርዖንን እንዲህ አለው፦ “ኃጢአቴን ዛሬ ልናዘዝ። |
6,736 | am_tg | ፈርዖን በአገልጋዮቹ ተቆጥቶ ነበር። በመሆኑም እኔንና የዳቦ ጋጋሪዎቹን አለቃ በዘቦቹ አለቃ ቤት በሚገኘው ወህኒ ቤት ውስጥ አስሮን ነበር። | ፈርኦን ብገላዉኡ ተቘጢዑ ነበረ። ንዓይን ንሓለቓ ሰንከትትን ከኣ ናብ ቤት ማእሰርቲ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ኣእተወና። |
6,737 | tg_am | ፈርኦን ብገላዉኡ ተቘጢዑ ነበረ። ንዓይን ንሓለቓ ሰንከትትን ከኣ ናብ ቤት ማእሰርቲ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ኣእተወና። | ፈርዖን በአገልጋዮቹ ተቆጥቶ ነበር። በመሆኑም እኔንና የዳቦ ጋጋሪዎቹን አለቃ በዘቦቹ አለቃ ቤት በሚገኘው ወህኒ ቤት ውስጥ አስሮን ነበር። |
6,738 | am_tg | ከዚያም ሁለታችንም በአንድ ሌሊት ሕልም አለምን። እኔም ሆንኩ እሱ ያለምነው ሕልም የተለያየ ፍቺ ነበረው። | ድሕሪኡ፡ ነፍሲ ወከፍና ብሓንቲ ለይቲ ሕልሚ ሓለምና፣ ኣነን ንሱን በበይኑ ዝትርጉሙ ሕልሚ ሓለምና። |
6,739 | tg_am | ድሕሪኡ፡ ነፍሲ ወከፍና ብሓንቲ ለይቲ ሕልሚ ሓለምና፣ ኣነን ንሱን በበይኑ ዝትርጉሙ ሕልሚ ሓለምና። | ከዚያም ሁለታችንም በአንድ ሌሊት ሕልም አለምን። እኔም ሆንኩ እሱ ያለምነው ሕልም የተለያየ ፍቺ ነበረው። |
6,740 | am_tg | ከእኛም ጋር የዘቦቹ አለቃ አገልጋይ የሆነ አንድ ወጣት ዕብራዊ ነበር። ያየናቸውንም ሕልሞች በነገርነው ጊዜ የእያንዳንዳችንን ሕልም ፈታልን። | ኣብኡ ድማ ሓደ እብራዊ ጐበዝ፡ ጊልያ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት፡ ምሳና ነበረ። ንዕኡ ምስ ነገርናዮ፡ ሐሕልምና ተርጐመልና። |
6,741 | tg_am | ኣብኡ ድማ ሓደ እብራዊ ጐበዝ፡ ጊልያ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት፡ ምሳና ነበረ። ንዕኡ ምስ ነገርናዮ፡ ሐሕልምና ተርጐመልና። | ከእኛም ጋር የዘቦቹ አለቃ አገልጋይ የሆነ አንድ ወጣት ዕብራዊ ነበር። ያየናቸውንም ሕልሞች በነገርነው ጊዜ የእያንዳንዳችንን ሕልም ፈታልን። |
6,742 | am_tg | ነገሩ ሁሉ ልክ እሱ እንደፈታልን ሆነ። እኔ ወደ ሹመቴ ተመለስኩ፤ ሌላኛው ሰው ግን ተሰቀለ።” | ልክዕ ከምቲ ዝተርጐመልና ኸኣ ኰነ። ኣነ ናብ ሽመተይ ተመለስኩ፡ እቲ ሓደ ግና ተሰቕለ።” |
6,743 | tg_am | ልክዕ ከምቲ ዝተርጐመልና ኸኣ ኰነ። ኣነ ናብ ሽመተይ ተመለስኩ፡ እቲ ሓደ ግና ተሰቕለ።” | ነገሩ ሁሉ ልክ እሱ እንደፈታልን ሆነ። እኔ ወደ ሹመቴ ተመለስኩ፤ ሌላኛው ሰው ግን ተሰቀለ።” |
6,744 | am_tg | ስለሆነም ፈርዖን ዮሴፍን እንዲያመጡት ሰዎች ላከ፤ እነሱም ከእስር ቤቱ በፍጥነት ይዘውት መጡ። እሱም ተላጭቶና ልብሱን ለውጦ ወደ ፈርዖን ገባ። | ሽዑ፡ ፈርኦን ንዮሴፍ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ቐልጢፎም ኬውጽእዎ ለኣኸሉ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ፡ ክዳኑ ለዊጡ ናብ ፈርኦን ከደ። |
6,745 | tg_am | ሽዑ፡ ፈርኦን ንዮሴፍ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ቐልጢፎም ኬውጽእዎ ለኣኸሉ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ፡ ክዳኑ ለዊጡ ናብ ፈርኦን ከደ። | ስለሆነም ፈርዖን ዮሴፍን እንዲያመጡት ሰዎች ላከ፤ እነሱም ከእስር ቤቱ በፍጥነት ይዘውት መጡ። እሱም ተላጭቶና ልብሱን ለውጦ ወደ ፈርዖን ገባ። |
6,746 | am_tg | ከዚያም ፈርዖን ዮሴፍን እንዲህ አለው፦ “ሕልም አይቼ ነበር፤ የሚፈታልኝ ሰው ግን አልተገኘም። አንተ ሕልም ሰምተህ መፍታት እንደምትችል ሰማሁ።” | ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ፡ “ሕልሚ ሓሊመ፣ ዚትርጕሞ ግና የልቦን። ሕልሚ ሰሚዕካ ኸም እትትርጕም ከኣ ብዛዕባኻ ኺዝረብ ሰሚዐ” በሎ። |
6,747 | tg_am | ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ፡ “ሕልሚ ሓሊመ፣ ዚትርጕሞ ግና የልቦን። ሕልሚ ሰሚዕካ ኸም እትትርጕም ከኣ ብዛዕባኻ ኺዝረብ ሰሚዐ” በሎ። | ከዚያም ፈርዖን ዮሴፍን እንዲህ አለው፦ “ሕልም አይቼ ነበር፤ የሚፈታልኝ ሰው ግን አልተገኘም። አንተ ሕልም ሰምተህ መፍታት እንደምትችል ሰማሁ።” |
6,748 | am_tg | በዚህ ጊዜ ዮሴፍ ለፈርዖን “ኧረ እኔ እዚህ ግባ የምባል ሰው አይደለሁም! ለፈርዖን መልካም የሆነውን ነገር የሚያሳውቀው አምላክ ነው” ሲል መለሰለት። | ዮሴፍ ድማ ንፈርኦን፡ “እዚ ኻባይ ኣይኰነን። ኣምላኽ ደኣ ብዛዕባ ድሕንነት ፈርኦን ኪዛረብ ኢሉ እዩ” ኢሉ መለሰሉ። |
6,749 | tg_am | ዮሴፍ ድማ ንፈርኦን፡ “እዚ ኻባይ ኣይኰነን። ኣምላኽ ደኣ ብዛዕባ ድሕንነት ፈርኦን ኪዛረብ ኢሉ እዩ” ኢሉ መለሰሉ። | በዚህ ጊዜ ዮሴፍ ለፈርዖን “ኧረ እኔ እዚህ ግባ የምባል ሰው አይደለሁም! ለፈርዖን መልካም የሆነውን ነገር የሚያሳውቀው አምላክ ነው” ሲል መለሰለት። |
6,750 | am_tg | ፈርዖንም ለዮሴፍ እንዲህ ሲል ነገረው፦ “በሕልሜ አባይ ወንዝ ዳር ቆሜ ነበር። | ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ “ብሕልመይ ኣብ ገምገም ፈለግ ኒል ደው ኢለ ነበርኩ። |
6,751 | tg_am | ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ “ብሕልመይ ኣብ ገምገም ፈለግ ኒል ደው ኢለ ነበርኩ። | ፈርዖንም ለዮሴፍ እንዲህ ሲል ነገረው፦ “በሕልሜ አባይ ወንዝ ዳር ቆሜ ነበር። |
6,752 | am_tg | ከዚያም ቁመናቸው ያማረ የሰቡ ሰባት ላሞች ከአባይ ወንዝ ሲወጡ አየሁ፤ እነሱም አባይ ወንዝ ዳር ያለውን ሣር ይበሉ ጀመር። | ካብ ኒል ከኣ ሸውዓተ ጽቡቕ ዝትርኢተን ስቡሓት ኣሓ ወጺአን፡ ኣብቲ ሳዕሪ ኒል ይበልዓ ነበራ። |
6,753 | tg_am | ካብ ኒል ከኣ ሸውዓተ ጽቡቕ ዝትርኢተን ስቡሓት ኣሓ ወጺአን፡ ኣብቲ ሳዕሪ ኒል ይበልዓ ነበራ። | ከዚያም ቁመናቸው ያማረ የሰቡ ሰባት ላሞች ከአባይ ወንዝ ሲወጡ አየሁ፤ እነሱም አባይ ወንዝ ዳር ያለውን ሣር ይበሉ ጀመር። |
6,754 | am_tg | ከእነሱ ቀጥሎም የተጎሳቆሉ እንዲሁም አስቀያሚ ቁመና ያላቸውና ከሲታ የሆኑ ሌሎች ሰባት ላሞች ወጡ፤ በመላው የግብፅ ምድር እንደ እነሱ ያሉ አስቀያሚ ላሞች ፈጽሞ አይቼ አላውቅም። | ድሕሪአን ድማ ካልኦት ሸውዓተ ዝማሰናን ክፉእ ዝትርኢተንን ዓባሩን ኣሓ ወጻ። ከማታተን ዝምኽፋአን ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ እኳ ኣይረኣኹን። |
6,755 | tg_am | ድሕሪአን ድማ ካልኦት ሸውዓተ ዝማሰናን ክፉእ ዝትርኢተንን ዓባሩን ኣሓ ወጻ። ከማታተን ዝምኽፋአን ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ እኳ ኣይረኣኹን። | ከእነሱ ቀጥሎም የተጎሳቆሉ እንዲሁም አስቀያሚ ቁመና ያላቸውና ከሲታ የሆኑ ሌሎች ሰባት ላሞች ወጡ፤ በመላው የግብፅ ምድር እንደ እነሱ ያሉ አስቀያሚ ላሞች ፈጽሞ አይቼ አላውቅም። |
6,756 | am_tg | ከዚያም ከሲታ የሆኑት አስቀያሚ ላሞች የመጀመሪያዎቹን ሰባት የሰቡ ላሞች በሏቸው። | እተን ዓባሩን ክፉኣትን ኣሓ ድማ ነተን ሸውዓተ ቐዳሞት ስቡሓት ኣሓ በልዓአን። |
6,757 | tg_am | እተን ዓባሩን ክፉኣትን ኣሓ ድማ ነተን ሸውዓተ ቐዳሞት ስቡሓት ኣሓ በልዓአን። | ከዚያም ከሲታ የሆኑት አስቀያሚ ላሞች የመጀመሪያዎቹን ሰባት የሰቡ ላሞች በሏቸው። |
6,758 | am_tg | ከበሏቸው በኋላም ግን ቁመናቸው ልክ እንደቀድሞው አስቀያሚ ስለነበር ማንም ሰው እንደበሏቸው እንኳ ሊያውቅ አይችልም ነበር። በዚህ ጊዜ ከእንቅልፌ ባነንኩ። | ምስ በልዓአን ግና፡ ትርኢተን ከም ቀደመን ክፉኣት ስለ ዝነበራ፡ ከምኡ ኸም ዝገበራ ኣይተፈልጠን። ሽዑ፡ ተበራበርኩ። |
6,759 | tg_am | ምስ በልዓአን ግና፡ ትርኢተን ከም ቀደመን ክፉኣት ስለ ዝነበራ፡ ከምኡ ኸም ዝገበራ ኣይተፈልጠን። ሽዑ፡ ተበራበርኩ። | ከበሏቸው በኋላም ግን ቁመናቸው ልክ እንደቀድሞው አስቀያሚ ስለነበር ማንም ሰው እንደበሏቸው እንኳ ሊያውቅ አይችልም ነበር። በዚህ ጊዜ ከእንቅልፌ ባነንኩ። |
6,760 | am_tg | “ከዚያ በኋላ የፋፉና ያማሩ ሰባት የእህል ዛላዎች በአንድ አገዳ ላይ ሲወጡ በሕልሜ አየሁ። | “ድሕርዚ፡ ብሕልመይ ኣብ ሓንቲ ብርዒ ሸውዓተ ምሉኣትን ጽቡቓትን ጉምቦ ሰዊት ኪወጻ ረኣኹ። |
6,761 | tg_am | “ድሕርዚ፡ ብሕልመይ ኣብ ሓንቲ ብርዒ ሸውዓተ ምሉኣትን ጽቡቓትን ጉምቦ ሰዊት ኪወጻ ረኣኹ። | “ከዚያ በኋላ የፋፉና ያማሩ ሰባት የእህል ዛላዎች በአንድ አገዳ ላይ ሲወጡ በሕልሜ አየሁ። |
6,762 | am_tg | ከእነሱም በኋላ የቀጨጩና በምሥራቅ ነፋስ የተመቱ ሰባት የጠወለጉ የእህል ዛላዎች በቀሉ። | ድሕሪአን ድማ፡ ዓሸልን ቀጠንትን ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጐጓን ሸውዓተ ጉምቦ ሰዊት ወጻ። |
6,763 | tg_am | ድሕሪአን ድማ፡ ዓሸልን ቀጠንትን ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጐጓን ሸውዓተ ጉምቦ ሰዊት ወጻ። | ከእነሱም በኋላ የቀጨጩና በምሥራቅ ነፋስ የተመቱ ሰባት የጠወለጉ የእህል ዛላዎች በቀሉ። |
6,764 | am_tg | ከዚያም የቀጨጩት የእህል ዛላዎች ያማሩትን ሰባት የእህል ዛላዎች ዋጧቸው። እኔም ሕልሜን አስማተኛ ለሆኑት ካህናት ነገርኳቸው፤ ሆኖም ሊያብራራልኝ የቻለ አንድም ሰው አልተገኘም።” | እተን ቀጠንቲ ጉምቦ ሰዊት ከኣ ነተን ሸውዓተ ጽቡቓት ጉምቦ ሰዊት ወሓጣአን። እዚ ኸኣ ነቶም ስሒር ዚገብሩ ኻህናት ነገርክዎም፡ ኪገልጸለይ ዝኸኣለ ግና ኣይነበረን።” |
6,765 | tg_am | እተን ቀጠንቲ ጉምቦ ሰዊት ከኣ ነተን ሸውዓተ ጽቡቓት ጉምቦ ሰዊት ወሓጣአን። እዚ ኸኣ ነቶም ስሒር ዚገብሩ ኻህናት ነገርክዎም፡ ኪገልጸለይ ዝኸኣለ ግና ኣይነበረን።” | ከዚያም የቀጨጩት የእህል ዛላዎች ያማሩትን ሰባት የእህል ዛላዎች ዋጧቸው። እኔም ሕልሜን አስማተኛ ለሆኑት ካህናት ነገርኳቸው፤ ሆኖም ሊያብራራልኝ የቻለ አንድም ሰው አልተገኘም።” |
6,766 | am_tg | ከዚያም ዮሴፍ ፈርዖንን እንዲህ አለው፦ “ሁለቱም የፈርዖን ሕልሞች አንድ ዓይነትና ተመሳሳይ ናቸው። እውነተኛው አምላክ ወደፊት የሚያደርገውን ነገር ለፈርዖን አሳውቆታል። | ዮሴፍ ድማ ንፈርኦን ከምዚ በሎ፦ “ሕልሚ ፈርኦን ሓደ እዩ። እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እንታይ ከም ዚገብር ንፈርኦን ነጊርዎ ኣሎ። |
6,767 | tg_am | ዮሴፍ ድማ ንፈርኦን ከምዚ በሎ፦ “ሕልሚ ፈርኦን ሓደ እዩ። እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እንታይ ከም ዚገብር ንፈርኦን ነጊርዎ ኣሎ። | ከዚያም ዮሴፍ ፈርዖንን እንዲህ አለው፦ “ሁለቱም የፈርዖን ሕልሞች አንድ ዓይነትና ተመሳሳይ ናቸው። እውነተኛው አምላክ ወደፊት የሚያደርገውን ነገር ለፈርዖን አሳውቆታል። |
6,768 | am_tg | ሰባቱ ያማሩ ላሞች ሰባት ዓመታት ናቸው። በተመሳሳይም ሰባቱ ያማሩ የእህል ዛላዎች ሰባት ዓመታት ናቸው። ሕልሞቹ አንድ ዓይነትና ተመሳሳይ ናቸው። | እተን ሸውዓተ ጽቡቓት ኣሓ፡ ሸውዓተ ዓመት እየን። እተን ሸውዓተ ጽቡቓት ጉምቦ ሰዊት እውን፡ ሸውዓተ ዓመት እየን። እቲ ሕልሚ ሓደ እዩ። |
6,769 | tg_am | እተን ሸውዓተ ጽቡቓት ኣሓ፡ ሸውዓተ ዓመት እየን። እተን ሸውዓተ ጽቡቓት ጉምቦ ሰዊት እውን፡ ሸውዓተ ዓመት እየን። እቲ ሕልሚ ሓደ እዩ። | ሰባቱ ያማሩ ላሞች ሰባት ዓመታት ናቸው። በተመሳሳይም ሰባቱ ያማሩ የእህል ዛላዎች ሰባት ዓመታት ናቸው። ሕልሞቹ አንድ ዓይነትና ተመሳሳይ ናቸው። |
6,770 | am_tg | ከእነሱ በኋላ የመጡት ሰባቱ ከሲታና አስቀያሚ ላሞች ሰባት ዓመታት ናቸው፤ በምሥራቅ ነፋስ የተመቱት ሰባቱ ፍሬ አልባ የእህል ዛላዎች ረሃብ የሚከሰትባቸው ሰባት ዓመታት ይሆናሉ። | እተን ድሕሪአን ዝወጻ ሸውዓተ ዓባሩን ክፉኣትን ኣሓ፡ ሸውዓተ ዓመት እየን። እተን ዓሸልን ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጐጓን ሸውዓተ ጉምቦ ሰዊት እውን፡ ሸውዓተ ዓመት ኪዀና እየን። |
6,771 | tg_am | እተን ድሕሪአን ዝወጻ ሸውዓተ ዓባሩን ክፉኣትን ኣሓ፡ ሸውዓተ ዓመት እየን። እተን ዓሸልን ብንፋስ ምብራቕ ዝሃጐጓን ሸውዓተ ጉምቦ ሰዊት እውን፡ ሸውዓተ ዓመት ኪዀና እየን። | ከእነሱ በኋላ የመጡት ሰባቱ ከሲታና አስቀያሚ ላሞች ሰባት ዓመታት ናቸው፤ በምሥራቅ ነፋስ የተመቱት ሰባቱ ፍሬ አልባ የእህል ዛላዎች ረሃብ የሚከሰትባቸው ሰባት ዓመታት ይሆናሉ። |
6,772 | am_tg | ቀደም ብዬ ለፈርዖን እንደተናገርኩት እውነተኛው አምላክ ወደፊት የሚያደርገውን ነገር ለፈርዖን አሳይቶታል። | እቲ ንፈርኦን ዝነገርክዎ እዚ እዩ፦ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እንታይ ከም ዚገብር ንፈርኦን ኣርእይዎ ኣሎ። |
6,773 | tg_am | እቲ ንፈርኦን ዝነገርክዎ እዚ እዩ፦ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እንታይ ከም ዚገብር ንፈርኦን ኣርእይዎ ኣሎ። | ቀደም ብዬ ለፈርዖን እንደተናገርኩት እውነተኛው አምላክ ወደፊት የሚያደርገውን ነገር ለፈርዖን አሳይቶታል። |
6,774 | am_tg | “በመላው የግብፅ ምድር እህል እጅግ የሚትረፈረፍባቸው ሰባት ዓመታት ይመጣሉ። | “ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ብዙሕ ጽጋብ ዝዀነለን ሸውዓተ ዓመት ኪመጻ እየን። |
6,775 | tg_am | “ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ብዙሕ ጽጋብ ዝዀነለን ሸውዓተ ዓመት ኪመጻ እየን። | “በመላው የግብፅ ምድር እህል እጅግ የሚትረፈረፍባቸው ሰባት ዓመታት ይመጣሉ። |
6,776 | am_tg | ከዚያ በኋላ ግን ረሃብ የሚከሰትባቸው ሰባት ዓመታት ይመጣሉ። በግብፅ ምድር እህል የተትረፈረፈበት ዘመን ፈጽሞ ይረሳል፤ ረሃቡም ምድሪቱን በእጅጉ ይጎዳል። | ብድሕሪአን ግና ሸውዓተ ዓመት ጥሜት ብርግጽ ኪመጻ እየን፣ ኵሉ እቲ ኣብ ምድሪ ግብጺ ዝነበረ ጽጋብ ድማ ብርግጽ ኪርሳዕ እዩ፡ እታ ምድሪ እውን ብጥሜት ክትውዳእ እያ። |
6,777 | tg_am | ብድሕሪአን ግና ሸውዓተ ዓመት ጥሜት ብርግጽ ኪመጻ እየን፣ ኵሉ እቲ ኣብ ምድሪ ግብጺ ዝነበረ ጽጋብ ድማ ብርግጽ ኪርሳዕ እዩ፡ እታ ምድሪ እውን ብጥሜት ክትውዳእ እያ። | ከዚያ በኋላ ግን ረሃብ የሚከሰትባቸው ሰባት ዓመታት ይመጣሉ። በግብፅ ምድር እህል የተትረፈረፈበት ዘመን ፈጽሞ ይረሳል፤ ረሃቡም ምድሪቱን በእጅጉ ይጎዳል። |
6,778 | am_tg | ከዚያ በኋላ በሚከሰተው ረሃብ የተነሳ በምድሪቱ እህል የተትረፈረፈበት ጊዜ ፈጽሞ አይታወስም፤ ምክንያቱም ረሃቡ በጣም አስከፊ ይሆናል። | እቲ ድሒሩ ዚመጽእ ጥሜት ኣዝዩ ስለ ዚብርትዕ፡ ካብኡ እተላዕለ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝነበረ ጽጋብ ኣይኪዝከርን እዩ። |
6,779 | tg_am | እቲ ድሒሩ ዚመጽእ ጥሜት ኣዝዩ ስለ ዚብርትዕ፡ ካብኡ እተላዕለ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝነበረ ጽጋብ ኣይኪዝከርን እዩ። | ከዚያ በኋላ በሚከሰተው ረሃብ የተነሳ በምድሪቱ እህል የተትረፈረፈበት ጊዜ ፈጽሞ አይታወስም፤ ምክንያቱም ረሃቡ በጣም አስከፊ ይሆናል። |
6,780 | am_tg | ሕልሙ ለፈርዖን ሁለት ጊዜ መታየቱ ነገሩ በእውነተኛው አምላክ ዘንድ የተቆረጠ መሆኑን ያሳያል፤ እውነተኛውም አምላክ ይህን በቅርቡ ይፈጽመዋል። | ፈርኦን ነቲ ሕልሚ ኽልተ ሳዕ ምሕላሙ፡ እቲ ነገር በቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ስለ ዝጸንዐ እዩ፣ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ቀልጢፉ ኺገብሮ እዩ። |
6,781 | tg_am | ፈርኦን ነቲ ሕልሚ ኽልተ ሳዕ ምሕላሙ፡ እቲ ነገር በቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ስለ ዝጸንዐ እዩ፣ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ቀልጢፉ ኺገብሮ እዩ። | ሕልሙ ለፈርዖን ሁለት ጊዜ መታየቱ ነገሩ በእውነተኛው አምላክ ዘንድ የተቆረጠ መሆኑን ያሳያል፤ እውነተኛውም አምላክ ይህን በቅርቡ ይፈጽመዋል። |
6,782 | am_tg | “ስለሆነም አሁን ፈርዖን ልባምና ጠቢብ የሆነ ሰው ይፈልግና በግብፅ ምድር ላይ ይሹም። | “ሕጂ ድማ ፈርኦን ኣስተውዓልን ጥበበኛን ሰብኣይ ይድለ እሞ፡ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ግብጺ ይሽሞ። |
6,783 | tg_am | “ሕጂ ድማ ፈርኦን ኣስተውዓልን ጥበበኛን ሰብኣይ ይድለ እሞ፡ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ግብጺ ይሽሞ። | “ስለሆነም አሁን ፈርዖን ልባምና ጠቢብ የሆነ ሰው ይፈልግና በግብፅ ምድር ላይ ይሹም። |
6,784 | am_tg | ፈርዖን በምድሪቱ ላይ የበላይ ተመልካቾችን በመሾም እርምጃ ይውሰድ፤ እህል በሚትረፈረፍባቸው ሰባት ዓመታትም በግብፅ ምድር ከሚገኘው ምርት አንድ አምስተኛውን ያከማች። | ፈርኦን ከኣ ስጕምቲ ይውሰድ፡ ኣብ ምድሪ ግብጺ ሓለፍቲ ይሽም፣ በተን ሸውዓተ ዓመት ጽጋብ ድማ ካብ ፍርያት ግብጺ ሓምሻይ ኣፍ ይኣክብ። |
6,785 | tg_am | ፈርኦን ከኣ ስጕምቲ ይውሰድ፡ ኣብ ምድሪ ግብጺ ሓለፍቲ ይሽም፣ በተን ሸውዓተ ዓመት ጽጋብ ድማ ካብ ፍርያት ግብጺ ሓምሻይ ኣፍ ይኣክብ። | ፈርዖን በምድሪቱ ላይ የበላይ ተመልካቾችን በመሾም እርምጃ ይውሰድ፤ እህል በሚትረፈረፍባቸው ሰባት ዓመታትም በግብፅ ምድር ከሚገኘው ምርት አንድ አምስተኛውን ያከማች። |
6,786 | am_tg | እነሱም በመጪዎቹ መልካም ዓመታት የሚገኘውን እህል በሙሉ ይሰብስቡ፤ ለምግብነት የሚሆነውንም እህል በፈርዖን ሥልጣን ሥር በየከተማው ያከማቹ፤ የተከማቸውንም እህል ይጠብቁት። | ኣብተን ዚመጻ ሰናይ ዓመታት ከኣ፡ ኵሉ ምግቢ ይኣክቡ፣ ነቲ እኽሊ ድማ ንቐለብ ኪኸውን ኣብ ትሕቲ ኢድ ፈርኦን ኣብ ከተማታት ይደልብዎን ይሓልውዎን። |
6,787 | tg_am | ኣብተን ዚመጻ ሰናይ ዓመታት ከኣ፡ ኵሉ ምግቢ ይኣክቡ፣ ነቲ እኽሊ ድማ ንቐለብ ኪኸውን ኣብ ትሕቲ ኢድ ፈርኦን ኣብ ከተማታት ይደልብዎን ይሓልውዎን። | እነሱም በመጪዎቹ መልካም ዓመታት የሚገኘውን እህል በሙሉ ይሰብስቡ፤ ለምግብነት የሚሆነውንም እህል በፈርዖን ሥልጣን ሥር በየከተማው ያከማቹ፤ የተከማቸውንም እህል ይጠብቁት። |
6,788 | am_tg | በግብፅ ምድር ረሃብ በሚከሰትባቸው ሰባት ዓመታት ምድሪቱ በረሃቡ እንዳትጠፋ የተከማቸው እህል ለአገሪቱ ነዋሪዎች ይሰጣል።” | እታ ምድሪ ብጥሜት ምእንቲ ኸይትጠፍእ፡ እቲ ምግቢ ነቲ ኣብ ምድሪ ግብጺ ዚመጽእ ሸውዓተ ዓመት ጥሜት ቀለብ ኪኸውን እዩ።” |
6,789 | tg_am | እታ ምድሪ ብጥሜት ምእንቲ ኸይትጠፍእ፡ እቲ ምግቢ ነቲ ኣብ ምድሪ ግብጺ ዚመጽእ ሸውዓተ ዓመት ጥሜት ቀለብ ኪኸውን እዩ።” | በግብፅ ምድር ረሃብ በሚከሰትባቸው ሰባት ዓመታት ምድሪቱ በረሃቡ እንዳትጠፋ የተከማቸው እህል ለአገሪቱ ነዋሪዎች ይሰጣል።” |
6,790 | am_tg | ፈርዖንና አገልጋዮቹ በሙሉ ይህን ሐሳብ መልካም ሆኖ አገኙት። | ፈርኦንን ገላዉኡን ነዚ እማመ እዚ ጽቡቕ ኰይኑ ረኸብዎ። |
6,791 | tg_am | ፈርኦንን ገላዉኡን ነዚ እማመ እዚ ጽቡቕ ኰይኑ ረኸብዎ። | ፈርዖንና አገልጋዮቹ በሙሉ ይህን ሐሳብ መልካም ሆኖ አገኙት። |
6,792 | am_tg | በመሆኑም ፈርዖን አገልጋዮቹን “ታዲያ የአምላክ መንፈስ ያለበት እንዲህ ያለ ሌላ ሰው ሊገኝ ይችላል?” አላቸው። | ስለዚ፡ ፈርኦን ንገላዉኡ፡ “ከምዚ ዝበለ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ሰብኣይ ኪርከብ ይከኣልዶ፧” በሎም። |
6,793 | tg_am | ስለዚ፡ ፈርኦን ንገላዉኡ፡ “ከምዚ ዝበለ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ሰብኣይ ኪርከብ ይከኣልዶ፧” በሎም። | በመሆኑም ፈርዖን አገልጋዮቹን “ታዲያ የአምላክ መንፈስ ያለበት እንዲህ ያለ ሌላ ሰው ሊገኝ ይችላል?” አላቸው። |
6,794 | am_tg | ከዚያም ፈርዖን ዮሴፍን እንዲህ አለው፦ “አምላክ ይህን ሁሉ እንድታውቅ ስላደረገህ እንደ አንተ ያለ ልባምና ጠቢብ ሰው የለም። | ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ፡ “ኣምላኽ ነዚ ዅሉ ኻብ ኣፍለጠካ፡ ከማኻ ዝበለ ኣስተውዓልን ጥበበኛን የልቦን። |
6,795 | tg_am | ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ፡ “ኣምላኽ ነዚ ዅሉ ኻብ ኣፍለጠካ፡ ከማኻ ዝበለ ኣስተውዓልን ጥበበኛን የልቦን። | ከዚያም ፈርዖን ዮሴፍን እንዲህ አለው፦ “አምላክ ይህን ሁሉ እንድታውቅ ስላደረገህ እንደ አንተ ያለ ልባምና ጠቢብ ሰው የለም። |
6,796 | am_tg | አንተው ራስህ በቤቴ ላይ ትሾማለህ፤ ሕዝቤም ሁሉ ያላንዳች ማንገራገር ይታዘዝልሃል። እኔ ከአንተ የምበልጠው ንጉሥ በመሆኔ ብቻ ይሆናል።” | ንስኻ ኣብ ልዕሊ ቤተይ ክትከውን ኢኻ፣ ኵሉ ህዝበይ ድማ ፈጺሙ ኺእዘዘካ እዩ። ኣነ ንጉስ ብምዃነይ ጥራይ እየ ኻባኻ ዝዓቢ” በሎ። |
6,797 | tg_am | ንስኻ ኣብ ልዕሊ ቤተይ ክትከውን ኢኻ፣ ኵሉ ህዝበይ ድማ ፈጺሙ ኺእዘዘካ እዩ። ኣነ ንጉስ ብምዃነይ ጥራይ እየ ኻባኻ ዝዓቢ” በሎ። | አንተው ራስህ በቤቴ ላይ ትሾማለህ፤ ሕዝቤም ሁሉ ያላንዳች ማንገራገር ይታዘዝልሃል። እኔ ከአንተ የምበልጠው ንጉሥ በመሆኔ ብቻ ይሆናል።” |
6,798 | am_tg | በመቀጠልም ፈርዖን ዮሴፍን “ይኸው በግብፅ ምድር ሁሉ ላይ ሾሜሃለሁ” አለው። | ፈርኦን ከኣ ንዮሴፍ፡ “ርአ፡ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ግብጺ እሸመካ ኣለኹ” በሎ። |
6,799 | tg_am | ፈርኦን ከኣ ንዮሴፍ፡ “ርአ፡ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ግብጺ እሸመካ ኣለኹ” በሎ። | በመቀጠልም ፈርዖን ዮሴፍን “ይኸው በግብፅ ምድር ሁሉ ላይ ሾሜሃለሁ” አለው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.