Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
6,600 | am_tg | ሌላውን ወንድማችሁንና ቢንያምን እንዲለቅላችሁ ሁሉን ቻይ የሆነው አምላክ የሰውየውን ልብ ያራራላችሁ። እንግዲህ ልጆቼን አጥቼ ለሐዘን ከተዳረግኩም ምን አደርጋለሁ፤ የመጣውን እቀበላለሁ!” | ነቲ ሓደ ሓውኩምን ንብንያምን ምሳኻትኩም ምእንቲ ኺሰድዶም፡ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ኣብ ቅድሚ እቲ ሰብኣይ ምሕረት ይሃብኩም። ኣነ ግና፡ ውሉድ እንተ ስኢነ፡ እስኣን!” |
6,601 | tg_am | ነቲ ሓደ ሓውኩምን ንብንያምን ምሳኻትኩም ምእንቲ ኺሰድዶም፡ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ኣብ ቅድሚ እቲ ሰብኣይ ምሕረት ይሃብኩም። ኣነ ግና፡ ውሉድ እንተ ስኢነ፡ እስኣን!” | ሌላውን ወንድማችሁንና ቢንያምን እንዲለቅላችሁ ሁሉን ቻይ የሆነው አምላክ የሰውየውን ልብ ያራራላችሁ። እንግዲህ ልጆቼን አጥቼ ለሐዘን ከተዳረግኩም ምን አደርጋለሁ፤ የመጣውን እቀበላለሁ!” |
6,602 | am_tg | ስለዚህ ሰዎቹ ይህን ስጦታና እጥፍ ገንዘብ እንዲሁም ቢንያምን ይዘው ተነሱ። ወደ ግብፅም ወረዱ፤ እንደገናም ዮሴፍ ፊት ቀረቡ። | ሽዑ፡ እቶም ሰባት ነዚ ህያብ እዚ ወሰዱ፡ ዕጽፊ ገንዘብ ድማ ኣብ ኢዶም ሓዙ፡ ንብንያም እውን ተማልእዎ። ተንሲኦም ከኣ ናብ ግብጺ ወረዱ፡ ኣብ ቅድሚ ዮሴፍ ድማ መሊሶም ደው በሉ። |
6,603 | tg_am | ሽዑ፡ እቶም ሰባት ነዚ ህያብ እዚ ወሰዱ፡ ዕጽፊ ገንዘብ ድማ ኣብ ኢዶም ሓዙ፡ ንብንያም እውን ተማልእዎ። ተንሲኦም ከኣ ናብ ግብጺ ወረዱ፡ ኣብ ቅድሚ ዮሴፍ ድማ መሊሶም ደው በሉ። | ስለዚህ ሰዎቹ ይህን ስጦታና እጥፍ ገንዘብ እንዲሁም ቢንያምን ይዘው ተነሱ። ወደ ግብፅም ወረዱ፤ እንደገናም ዮሴፍ ፊት ቀረቡ። |
6,604 | am_tg | ዮሴፍ ቢንያምን ከእነሱ ጋር ሲያየው የቤቱ ኃላፊ የሆነውን ሰው ወዲያውኑ እንዲህ አለው፦ “ሰዎቹን ወደ ቤት ውሰዳቸው፤ አብረውኝ ምሳ ስለሚበሉ እንስሳ አርደህ ምግብ አዘጋጅ።” | ዮሴፍ ንብንያም ምሳታቶም ምስ ረኣዮ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቤቱ እተሸመ፡ “ነዞም ሰባት እዚኦም ቀትሪ ምሳይ ኪምስሑ እዮም እሞ፡ ናብ ቤት ውሰዶም፡ ሕሩድ ሓሪድካ እውን ኣዳሉ” በሎ። |
6,605 | tg_am | ዮሴፍ ንብንያም ምሳታቶም ምስ ረኣዮ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቤቱ እተሸመ፡ “ነዞም ሰባት እዚኦም ቀትሪ ምሳይ ኪምስሑ እዮም እሞ፡ ናብ ቤት ውሰዶም፡ ሕሩድ ሓሪድካ እውን ኣዳሉ” በሎ። | ዮሴፍ ቢንያምን ከእነሱ ጋር ሲያየው የቤቱ ኃላፊ የሆነውን ሰው ወዲያውኑ እንዲህ አለው፦ “ሰዎቹን ወደ ቤት ውሰዳቸው፤ አብረውኝ ምሳ ስለሚበሉ እንስሳ አርደህ ምግብ አዘጋጅ።” |
6,606 | am_tg | ሰውየውም ወዲያውኑ ልክ ዮሴፍ እንዳለው አደረገ፤ ሰዎቹንም ወደ ዮሴፍ ቤት ወሰዳቸው። | እቲ ሰብኣይ ድማ ብኡብኡ ኸምቲ ዮሴፍ ዝበሎ ገበረ፣ ነቶም ሰባት ከኣ ናብ ቤት ዮሴፍ ወሰዶም። |
6,607 | tg_am | እቲ ሰብኣይ ድማ ብኡብኡ ኸምቲ ዮሴፍ ዝበሎ ገበረ፣ ነቶም ሰባት ከኣ ናብ ቤት ዮሴፍ ወሰዶም። | ሰውየውም ወዲያውኑ ልክ ዮሴፍ እንዳለው አደረገ፤ ሰዎቹንም ወደ ዮሴፍ ቤት ወሰዳቸው። |
6,608 | am_tg | ሰዎቹ ግን ወደ ዮሴፍ ቤት ሲወሰዱ ፈሩ፤ እንዲህም ይሉ ጀመር፦ “ወደዚህ ያመጡን ባለፈው ጊዜ በከረጢቶቻችን ውስጥ በተመለሰው ገንዘብ የተነሳ ነው። በቃ አሁን ያሠቃዩናል፤ ባሪያ ያደርጉናል፤ አህዮቻችንንም ይቀሙናል!” | እቶም ሰባት ግና ናብ ቤት ዮሴፍ ምስ ተወስዱ፡ ፈርሁ፣ “ብምኽንያት እቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ ከረጺታትና እተመልሰ ገንዘብ እዮም ናብዚ ኣምጺኦምና። ሕጂ፡ ኬጥቅዑናን ባሮቶም ኪገብሩናን ኣእዱግና ኺወስዱን እዮም!” ድማ በሉ። |
6,609 | tg_am | እቶም ሰባት ግና ናብ ቤት ዮሴፍ ምስ ተወስዱ፡ ፈርሁ፣ “ብምኽንያት እቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ ከረጺታትና እተመልሰ ገንዘብ እዮም ናብዚ ኣምጺኦምና። ሕጂ፡ ኬጥቅዑናን ባሮቶም ኪገብሩናን ኣእዱግና ኺወስዱን እዮም!” ድማ በሉ። | ሰዎቹ ግን ወደ ዮሴፍ ቤት ሲወሰዱ ፈሩ፤ እንዲህም ይሉ ጀመር፦ “ወደዚህ ያመጡን ባለፈው ጊዜ በከረጢቶቻችን ውስጥ በተመለሰው ገንዘብ የተነሳ ነው። በቃ አሁን ያሠቃዩናል፤ ባሪያ ያደርጉናል፤ አህዮቻችንንም ይቀሙናል!” |
6,610 | am_tg | በመሆኑም የዮሴፍ ቤት ኃላፊ ወደሆነው ሰው ቀርበው በቤቱ በራፍ ላይ አነጋገሩት። | ናብቲ ኣብ ልዕሊ ቤት ዮሴፍ እተሸመ ሰብኣይ ቀሪቦም ድማ፡ ኣብ ኣፍ ደገ እታ ቤት ተዛረብዎ፣ |
6,611 | tg_am | ናብቲ ኣብ ልዕሊ ቤት ዮሴፍ እተሸመ ሰብኣይ ቀሪቦም ድማ፡ ኣብ ኣፍ ደገ እታ ቤት ተዛረብዎ፣ | በመሆኑም የዮሴፍ ቤት ኃላፊ ወደሆነው ሰው ቀርበው በቤቱ በራፍ ላይ አነጋገሩት። |
6,612 | am_tg | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ይቅርታ ጌታዬ! እኛ ባለፈው ጊዜ ወደዚህ የመጣነው እህል ለመግዛት ነበር። | ከምዚ ኸኣ በልዎ፦ “ኣይትሓዘልና ደኣ እምበር ጐይታይ፡ ብቐዳማይ ምግቢ ኽንዕድግ ወሪድና ኔርና። |
6,613 | tg_am | ከምዚ ኸኣ በልዎ፦ “ኣይትሓዘልና ደኣ እምበር ጐይታይ፡ ብቐዳማይ ምግቢ ኽንዕድግ ወሪድና ኔርና። | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ይቅርታ ጌታዬ! እኛ ባለፈው ጊዜ ወደዚህ የመጣነው እህል ለመግዛት ነበር። |
6,614 | am_tg | ሆኖም የምናርፍበት ቦታ ደርሰን ከረጢቶቻችንን ስንከፍት የእያንዳንዳችንን ገንዘብ ምንም ሳይጎድል በየከረጢታችን አፍ ላይ አገኘነው። ስለዚህ ራሳችን ገንዘቡን መመለስ እንፈልጋለን። | ኣብ መሕደሪና ምስ በጻሕናን ከረጺታትና ምስ ከፈትናን ግና፡ ገንዘብና ኸከምቲ እተመዝኖ፡ ገንዘብ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ኣፍ ከከረጺቱ ነበረ። ባዕልና ኽንመልሶ ኸኣ ንደሊ ኢና። |
6,615 | tg_am | ኣብ መሕደሪና ምስ በጻሕናን ከረጺታትና ምስ ከፈትናን ግና፡ ገንዘብና ኸከምቲ እተመዝኖ፡ ገንዘብ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ኣፍ ከከረጺቱ ነበረ። ባዕልና ኽንመልሶ ኸኣ ንደሊ ኢና። | ሆኖም የምናርፍበት ቦታ ደርሰን ከረጢቶቻችንን ስንከፍት የእያንዳንዳችንን ገንዘብ ምንም ሳይጎድል በየከረጢታችን አፍ ላይ አገኘነው። ስለዚህ ራሳችን ገንዘቡን መመለስ እንፈልጋለን። |
6,616 | am_tg | እህል ለመግዛት ተጨማሪ ገንዘብ ይዘናል። ገንዘባችንን በከረጢታችን ውስጥ መልሶ ያስቀመጠው ማን እንደሆነ አናውቅም።” | ምግቢ ንምዕዳግ ድማ ተወሳኺ ገንዘብ ኣምጺእና ኣለና። ነቲ ገንዘብ መን ኣብ ከረጺታትና ኸም ዘእተዎ ኣይንፈልጥን ኢና።” |
6,617 | tg_am | ምግቢ ንምዕዳግ ድማ ተወሳኺ ገንዘብ ኣምጺእና ኣለና። ነቲ ገንዘብ መን ኣብ ከረጺታትና ኸም ዘእተዎ ኣይንፈልጥን ኢና።” | እህል ለመግዛት ተጨማሪ ገንዘብ ይዘናል። ገንዘባችንን በከረጢታችን ውስጥ መልሶ ያስቀመጠው ማን እንደሆነ አናውቅም።” |
6,618 | am_tg | እሱም “አይዟችሁ፣ አትፍሩ። ይህን ገንዘብ በከረጢቶቻችሁ ውስጥ ያስቀመጠላችሁ የእናንተ አምላክና የአባታችሁ አምላክ ነው። እኔ እንደሆነ ገንዘባችሁ ደርሶኛል” አላቸው። ከዚያም ስምዖንን አውጥቶ ወደ እነሱ አመጣው። | ንሱ ኸኣ፡ “ኣጆኹም ኣይትፍርሁ። ኣብ ከረጺታትኩም መዝገብ ዝሃበኩም ኣምላኽኩምን ኣምላኽ ኣቦኹምን እዩ። ገንዘብኩምሲ ተቐቢለ እየ” በሎም። ድሕርዚ፡ ንስምኦን ናባታቶም ኣምጽኦ። |
6,619 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ኣጆኹም ኣይትፍርሁ። ኣብ ከረጺታትኩም መዝገብ ዝሃበኩም ኣምላኽኩምን ኣምላኽ ኣቦኹምን እዩ። ገንዘብኩምሲ ተቐቢለ እየ” በሎም። ድሕርዚ፡ ንስምኦን ናባታቶም ኣምጽኦ። | እሱም “አይዟችሁ፣ አትፍሩ። ይህን ገንዘብ በከረጢቶቻችሁ ውስጥ ያስቀመጠላችሁ የእናንተ አምላክና የአባታችሁ አምላክ ነው። እኔ እንደሆነ ገንዘባችሁ ደርሶኛል” አላቸው። ከዚያም ስምዖንን አውጥቶ ወደ እነሱ አመጣው። |
6,620 | am_tg | ከዚያም ሰውየው ሰዎቹን ወደ ዮሴፍ ቤት አስገባቸው፤ እግራቸውን እንዲታጠቡም ውኃ አቀረበላቸው፤ እንዲሁም ለአህዮቻቸው ገፈራ ሰጣቸው። | ሽዑ፡ እቲ ሰብኣይ ነቶም ሰባት ናብ ቤት ዮሴፍ ኣእትዩ፡ ኣእጋሮም ኪሕጸቡ ማይ ሃቦም፡ ንኣእዱጎም ድማ ድርቋ ሃበን። |
6,621 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ሰብኣይ ነቶም ሰባት ናብ ቤት ዮሴፍ ኣእትዩ፡ ኣእጋሮም ኪሕጸቡ ማይ ሃቦም፡ ንኣእዱጎም ድማ ድርቋ ሃበን። | ከዚያም ሰውየው ሰዎቹን ወደ ዮሴፍ ቤት አስገባቸው፤ እግራቸውን እንዲታጠቡም ውኃ አቀረበላቸው፤ እንዲሁም ለአህዮቻቸው ገፈራ ሰጣቸው። |
6,622 | am_tg | እነሱም እዚያው ምሳ እንደሚበሉ ስለሰሙ ዮሴፍ ቀትር ላይ ሲመጣ የሚሰጡትን ስጦታ ማዘገጃጀት ጀመሩ። | ኣብኡ እንጌራ ኸም ዚበልዑ ሰሚዖም ነበሩ እሞ፡ ዮሴፍ ቀትሪ ኽሳዕ ዚመጽእ ነቲ ህያብ ኣዳለዉ። |
6,623 | tg_am | ኣብኡ እንጌራ ኸም ዚበልዑ ሰሚዖም ነበሩ እሞ፡ ዮሴፍ ቀትሪ ኽሳዕ ዚመጽእ ነቲ ህያብ ኣዳለዉ። | እነሱም እዚያው ምሳ እንደሚበሉ ስለሰሙ ዮሴፍ ቀትር ላይ ሲመጣ የሚሰጡትን ስጦታ ማዘገጃጀት ጀመሩ። |
6,624 | am_tg | ዮሴፍ ወደ ቤት ሲገባ፣ ያዘጋጁትን ስጦታ ይዘው ወደ እሱ በመግባት አበረከቱለት፤ መሬት ላይም ተደፍተው ሰገዱለት። | ዮሴፍ ናብ ቤት ምስ መጸ፡ ህያባቶም ናብኡ ናብ ውሽጢ ቤቱ ኣምጽኡሉ፡ ናብ ምድሪ ፍግም ኢሎም ከኣ ሰገዱሉ። |
6,625 | tg_am | ዮሴፍ ናብ ቤት ምስ መጸ፡ ህያባቶም ናብኡ ናብ ውሽጢ ቤቱ ኣምጽኡሉ፡ ናብ ምድሪ ፍግም ኢሎም ከኣ ሰገዱሉ። | ዮሴፍ ወደ ቤት ሲገባ፣ ያዘጋጁትን ስጦታ ይዘው ወደ እሱ በመግባት አበረከቱለት፤ መሬት ላይም ተደፍተው ሰገዱለት። |
6,626 | am_tg | ከዚያም ስለ ደህንነታቸው ጠየቃቸው፤ እንዲህም አላቸው፦ “ባለፈው ጊዜ የነገራችሁኝ አረጋዊ አባታችሁ ደህና ነው? አሁንም በሕይወት አለ?” | ድሕርዚ፡ ደሓን እንተ ዀይኖም ሓተቶም፡ “እቲ ብዛዕባኡ እተዛረብኩምኒ ዝኣረገ ኣቦኹምከ ደሓንዶ ኣሎ፧ ገናዶ ብህይወት ኣሎ፧” ከኣ በሎም። |
6,627 | tg_am | ድሕርዚ፡ ደሓን እንተ ዀይኖም ሓተቶም፡ “እቲ ብዛዕባኡ እተዛረብኩምኒ ዝኣረገ ኣቦኹምከ ደሓንዶ ኣሎ፧ ገናዶ ብህይወት ኣሎ፧” ከኣ በሎም። | ከዚያም ስለ ደህንነታቸው ጠየቃቸው፤ እንዲህም አላቸው፦ “ባለፈው ጊዜ የነገራችሁኝ አረጋዊ አባታችሁ ደህና ነው? አሁንም በሕይወት አለ?” |
6,628 | am_tg | እነሱም “አገልጋይህ አባታችን ደህና ነው። አሁንም በሕይወት አለ” አሉት። ከዚያም መሬት ላይ ተደፍተው ሰገዱ። | ንሳቶም ድማ፡ “ጊልያኻ ኣቦና ደሓን ኣሎ። ብህይወት ኣሎ” በልዎ። ፍግም ኢሎም ድማ ሰገዱሉ። |
6,629 | tg_am | ንሳቶም ድማ፡ “ጊልያኻ ኣቦና ደሓን ኣሎ። ብህይወት ኣሎ” በልዎ። ፍግም ኢሎም ድማ ሰገዱሉ። | እነሱም “አገልጋይህ አባታችን ደህና ነው። አሁንም በሕይወት አለ” አሉት። ከዚያም መሬት ላይ ተደፍተው ሰገዱ። |
6,630 | am_tg | ዮሴፍም ቀና ብሎ ሲመለከት የእናቱን ልጅ ወንድሙን ቢንያምን አየ፤ እሱም “ባለፈው ጊዜ ስለ እሱ የነገራችሁኝ ትንሹ ወንድማችሁ ይሄ ነው?” አላቸው። ቢንያምንም “የእኔ ልጅ፣ አምላክ ሞገሱን ያሳይህ” አለው። | ኣዒንቱ ኣልዒሉ ንብንያም ሓዉ ወዲ ኣዲኡ ምስ ረኣዮ፡ “እዝስ እቲ ብዛዕባኡ እተዛረብኩምኒ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ድዩ፧” በሎም። ኣስዕብ ኣቢሉ ድማ፡ “ወደየ፡ ኣምላኽ ሞገስ ይሃብካ” በሎ። |
6,631 | tg_am | ኣዒንቱ ኣልዒሉ ንብንያም ሓዉ ወዲ ኣዲኡ ምስ ረኣዮ፡ “እዝስ እቲ ብዛዕባኡ እተዛረብኩምኒ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ድዩ፧” በሎም። ኣስዕብ ኣቢሉ ድማ፡ “ወደየ፡ ኣምላኽ ሞገስ ይሃብካ” በሎ። | ዮሴፍም ቀና ብሎ ሲመለከት የእናቱን ልጅ ወንድሙን ቢንያምን አየ፤ እሱም “ባለፈው ጊዜ ስለ እሱ የነገራችሁኝ ትንሹ ወንድማችሁ ይሄ ነው?” አላቸው። ቢንያምንም “የእኔ ልጅ፣ አምላክ ሞገሱን ያሳይህ” አለው። |
6,632 | am_tg | ዮሴፍ ወንድሙን ሲያይ ስሜቱን መቆጣጠር ስላቃተው በፍጥነት ወጣ፤ የሚያለቅስበትንም ቦታ ፈለገ። ብቻውን ወደ አንድ ክፍል ገብቶም አለቀሰ። | ዮሴፍ ብምኽንያት ሓዉ ስምዒቱ ምቍጽጻር ኣብይዎ፡ ዚበኽየሉ ቦታ ኺረክብ ተቐላጢፉ ወጸ። ናብ ብሕት ዝበለት ክፍሊ ኣትዩ ኸኣ፡ ኣብኡ በኸየ። |
6,633 | tg_am | ዮሴፍ ብምኽንያት ሓዉ ስምዒቱ ምቍጽጻር ኣብይዎ፡ ዚበኽየሉ ቦታ ኺረክብ ተቐላጢፉ ወጸ። ናብ ብሕት ዝበለት ክፍሊ ኣትዩ ኸኣ፡ ኣብኡ በኸየ። | ዮሴፍ ወንድሙን ሲያይ ስሜቱን መቆጣጠር ስላቃተው በፍጥነት ወጣ፤ የሚያለቅስበትንም ቦታ ፈለገ። ብቻውን ወደ አንድ ክፍል ገብቶም አለቀሰ። |
6,634 | am_tg | ከዚያም ፊቱን ተጣጥቦ ወጣ፤ እንደ ምንም ስሜቱን ተቆጣጥሮም “ምግብ ይቅረብ” አለ። | ድሕርዚ፡ ገጹ ተሓጺቡ ወጸ፡ ርእሱ ተቘጻጺሩ እውን፡ “መኣዲ ኣቕርቡ” በለ። |
6,635 | tg_am | ድሕርዚ፡ ገጹ ተሓጺቡ ወጸ፡ ርእሱ ተቘጻጺሩ እውን፡ “መኣዲ ኣቕርቡ” በለ። | ከዚያም ፊቱን ተጣጥቦ ወጣ፤ እንደ ምንም ስሜቱን ተቆጣጥሮም “ምግብ ይቅረብ” አለ። |
6,636 | am_tg | እነሱም ለዮሴፍ ለብቻው አቀረቡለት፤ ለእነሱም ለብቻቸው አቀረቡላቸው። እንዲሁም በቤቱ ለሚበሉት ግብፃውያን ለብቻቸው አቀረቡላቸው። ይህን ያደረጉት ግብፃውያን ከዕብራውያን ጋር አብረው ምግብ ስለማይበሉ ነው፤ ምክንያቱም ይህ ለግብፃውያን አስጸያፊ ነገር ነው። | ሽዑ፡ ንዕኡ ንበይኑ፡ ንዓታቶም ድማ ንበይኖም፡ ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ግብጻውያን ከኣ ንበይኖም ኣቕረቡሎም። ግብጻውያንሲ ምስ እብራውያን እንጌራ ምብላዕ የፈንፍኖም እዩ እሞ፡ ግብጻውያን ምሳታቶም ኪበልዑ ኣይከኣሉን። |
6,637 | tg_am | ሽዑ፡ ንዕኡ ንበይኑ፡ ንዓታቶም ድማ ንበይኖም፡ ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ግብጻውያን ከኣ ንበይኖም ኣቕረቡሎም። ግብጻውያንሲ ምስ እብራውያን እንጌራ ምብላዕ የፈንፍኖም እዩ እሞ፡ ግብጻውያን ምሳታቶም ኪበልዑ ኣይከኣሉን። | እነሱም ለዮሴፍ ለብቻው አቀረቡለት፤ ለእነሱም ለብቻቸው አቀረቡላቸው። እንዲሁም በቤቱ ለሚበሉት ግብፃውያን ለብቻቸው አቀረቡላቸው። ይህን ያደረጉት ግብፃውያን ከዕብራውያን ጋር አብረው ምግብ ስለማይበሉ ነው፤ ምክንያቱም ይህ ለግብፃውያን አስጸያፊ ነገር ነው። |
6,638 | am_tg | ወንድማማቾቹም የበኩሩ እንደ ብኩርና መብቱ፣ ታናሹም እንደ ታናሽነቱ በፊቱ ተቀመጡ፤ እርስ በርሳቸውም በመገረም ይተያዩ ነበር። | እቶም ኣሕዋት ከኣ፡ እቲ በዅሪ ኸም ብዅርናኡ፡ እቲ ሕሳስ ልደ ኸም ምንኣሱ ኣብ ቅድሚኡ ተቐመጡ፣ ተገሪሞም ድማ ንሓድሕዶም ተጠማመቱ። |
6,639 | tg_am | እቶም ኣሕዋት ከኣ፡ እቲ በዅሪ ኸም ብዅርናኡ፡ እቲ ሕሳስ ልደ ኸም ምንኣሱ ኣብ ቅድሚኡ ተቐመጡ፣ ተገሪሞም ድማ ንሓድሕዶም ተጠማመቱ። | ወንድማማቾቹም የበኩሩ እንደ ብኩርና መብቱ፣ ታናሹም እንደ ታናሽነቱ በፊቱ ተቀመጡ፤ እርስ በርሳቸውም በመገረም ይተያዩ ነበር። |
6,640 | am_tg | እሱም ፊቱ ከቀረበው ምግብ እየተነሳ ለእነሱ እንዲሰጣቸው ያደርግ ነበር፤ የቢንያም ድርሻ ግን ከሌሎቹ አምስት እጥፍ እንዲበልጥ ያደርግ ነበር። እነሱም እስኪጠግቡ ድረስ አብረውት በሉ፣ ጠጡም። | ካብቲ ኣብ ቅድሚኡ ዝነበረ ምግቢ ኸኣ፡ ግዲኦም ይሰድደሎም ነበረ፣ ንብንያም ግና ሓለፋ ግደ ዅሎም ሓሙሽተ ዕጽፊ ኣቕረበሉ። ክሳዕ ዚኣኽሎም ድማ ምስኡ በልዑን ሰተዩን። |
6,641 | tg_am | ካብቲ ኣብ ቅድሚኡ ዝነበረ ምግቢ ኸኣ፡ ግዲኦም ይሰድደሎም ነበረ፣ ንብንያም ግና ሓለፋ ግደ ዅሎም ሓሙሽተ ዕጽፊ ኣቕረበሉ። ክሳዕ ዚኣኽሎም ድማ ምስኡ በልዑን ሰተዩን። | እሱም ፊቱ ከቀረበው ምግብ እየተነሳ ለእነሱ እንዲሰጣቸው ያደርግ ነበር፤ የቢንያም ድርሻ ግን ከሌሎቹ አምስት እጥፍ እንዲበልጥ ያደርግ ነበር። እነሱም እስኪጠግቡ ድረስ አብረውት በሉ፣ ጠጡም። |
6,642 | am_tg | ያዕቆብ በግብፅ እህል መኖሩን ባወቀ ጊዜ ወንዶች ልጆቹን “ለምን ዝም ብላችሁ እርስ በርስ ትተያያላችሁ?” አላቸው። | ያእቆብ ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዘሎ ምስ ፈለጠ፡ ንደቁ፡ “ስለምንታይ ስቕ ኢልኩም ትጠማመቱ፧” በሎም። |
6,643 | tg_am | ያእቆብ ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዘሎ ምስ ፈለጠ፡ ንደቁ፡ “ስለምንታይ ስቕ ኢልኩም ትጠማመቱ፧” በሎም። | ያዕቆብ በግብፅ እህል መኖሩን ባወቀ ጊዜ ወንዶች ልጆቹን “ለምን ዝም ብላችሁ እርስ በርስ ትተያያላችሁ?” አላቸው። |
6,644 | am_tg | ከዚያም “በግብፅ እህል እንዳለ ሰምቻለሁ። በሕይወት እንድንኖር ወደዚያ ወርዳችሁ እህል ግዙልን፤ አለዚያ ማለቃችን ነው” አላቸው። | ኣስዕብ ኣቢሉ ኸኣ፡ “ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዘሎ ሰሚዐ ኣለኹ። ብህይወት ክንነብር እምበር ከይንመውትሲ፡ ናብኣ ወሪድኩም ሸምቱልና” በሎም። |
6,645 | tg_am | ኣስዕብ ኣቢሉ ኸኣ፡ “ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዘሎ ሰሚዐ ኣለኹ። ብህይወት ክንነብር እምበር ከይንመውትሲ፡ ናብኣ ወሪድኩም ሸምቱልና” በሎም። | ከዚያም “በግብፅ እህል እንዳለ ሰምቻለሁ። በሕይወት እንድንኖር ወደዚያ ወርዳችሁ እህል ግዙልን፤ አለዚያ ማለቃችን ነው” አላቸው። |
6,646 | am_tg | ስለሆነም አሥሩ የዮሴፍ ወንድሞች እህል ለመግዛት ወደ ግብፅ ወረዱ። | እቶም ዓሰርተ ኣሕዋት ዮሴፍ ከኣ እኽሊ ኺሽምቱ ናብ ግብጺ ወረዱ። |
6,647 | tg_am | እቶም ዓሰርተ ኣሕዋት ዮሴፍ ከኣ እኽሊ ኺሽምቱ ናብ ግብጺ ወረዱ። | ስለሆነም አሥሩ የዮሴፍ ወንድሞች እህል ለመግዛት ወደ ግብፅ ወረዱ። |
6,648 | am_tg | ሆኖም ያዕቆብ የዮሴፍን ወንድም ቢንያምን “ምናልባት አደጋ ሊደርስበትና ሊሞትብኝ ይችላል” ብሎ ስላሰበ ከሌሎቹ ወንድሞቹ ጋር አላከውም። | ያእቆብ ግና፡ ንብንያም ሓው ዮሴፍ፡ “ድንገት ከይረኽቦ” ኢሉ፡ ምስ ኣሕዋቱ ኣይሰደዶን። |
6,649 | tg_am | ያእቆብ ግና፡ ንብንያም ሓው ዮሴፍ፡ “ድንገት ከይረኽቦ” ኢሉ፡ ምስ ኣሕዋቱ ኣይሰደዶን። | ሆኖም ያዕቆብ የዮሴፍን ወንድም ቢንያምን “ምናልባት አደጋ ሊደርስበትና ሊሞትብኝ ይችላል” ብሎ ስላሰበ ከሌሎቹ ወንድሞቹ ጋር አላከውም። |
6,650 | am_tg | ረሃቡ እስከ ከነአን ምድር ድረስ ተስፋፍቶ ስለነበር የእስራኤል ወንዶች ልጆች እህል ለመግዛት ወደ ግብፅ ከሚመጡት ሰዎች ጋር አብረው መጡ። | እቲ ጥሜት ናብ ምድሪ ከነኣን ስለ ዝሰፍሐ፡ ደቂ እስራኤል ምስቶም ካልኦት ዚሽምቱ ዀይኖም መጹ። |
6,651 | tg_am | እቲ ጥሜት ናብ ምድሪ ከነኣን ስለ ዝሰፍሐ፡ ደቂ እስራኤል ምስቶም ካልኦት ዚሽምቱ ዀይኖም መጹ። | ረሃቡ እስከ ከነአን ምድር ድረስ ተስፋፍቶ ስለነበር የእስራኤል ወንዶች ልጆች እህል ለመግዛት ወደ ግብፅ ከሚመጡት ሰዎች ጋር አብረው መጡ። |
6,652 | am_tg | በዚያን ጊዜ በምድሩ ላይ አስተዳዳሪ የነበረውና ለምድር ሕዝቦች ሁሉ እህል የሚሸጠው ዮሴፍ ነበር። በመሆኑም የዮሴፍ ወንድሞች መጥተው መሬት ላይ በመደፋት ሰገዱለት። | ኣብ ልዕሊ እታ ምድሪ ስልጣን ዝነበሮ ድማ ዮሴፍ ነበረ፣ ንዅሉ ህዝቢ ምድሪ፡ እኽሊ ዚሸይጥ እውን ንሱ ነበረ። ኣሕዋት ዮሴፍ ከኣ መጹ፡ ብገጾም ኣብ ምድሪ ተደፊኦም ድማ ሰገዱሉ። |
6,653 | tg_am | ኣብ ልዕሊ እታ ምድሪ ስልጣን ዝነበሮ ድማ ዮሴፍ ነበረ፣ ንዅሉ ህዝቢ ምድሪ፡ እኽሊ ዚሸይጥ እውን ንሱ ነበረ። ኣሕዋት ዮሴፍ ከኣ መጹ፡ ብገጾም ኣብ ምድሪ ተደፊኦም ድማ ሰገዱሉ። | በዚያን ጊዜ በምድሩ ላይ አስተዳዳሪ የነበረውና ለምድር ሕዝቦች ሁሉ እህል የሚሸጠው ዮሴፍ ነበር። በመሆኑም የዮሴፍ ወንድሞች መጥተው መሬት ላይ በመደፋት ሰገዱለት። |
6,654 | am_tg | ዮሴፍም ወንድሞቹን ሲያያቸው ወዲያውኑ አወቃቸው፤ እሱ ግን ማንነቱን ከእነሱ ደበቀ። በመሆኑም “የመጣችሁት ከየት ነው?” በማለት በቁጣ ተናገራቸው፤ እነሱም “እህል ለመግዛት ከከነአን ምድር ነው የመጣነው” አሉት። | ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ምስ ረኣዮም፡ ብኡብኡ ኣለለዮም፣ መንነቱ ግና ሓብኣሎም። ኣበርቲዑ ኸኣ ተዛረቦም፡ “ካበይ ዝመጻእኩም ኢኹም፧” ድማ በሎም፣ ንሳቶም ከኣ፡ “ካብ ምድሪ ከነኣን ምግቢ ኽንዕድግ” በልዎ። |
6,655 | tg_am | ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ምስ ረኣዮም፡ ብኡብኡ ኣለለዮም፣ መንነቱ ግና ሓብኣሎም። ኣበርቲዑ ኸኣ ተዛረቦም፡ “ካበይ ዝመጻእኩም ኢኹም፧” ድማ በሎም፣ ንሳቶም ከኣ፡ “ካብ ምድሪ ከነኣን ምግቢ ኽንዕድግ” በልዎ። | ዮሴፍም ወንድሞቹን ሲያያቸው ወዲያውኑ አወቃቸው፤ እሱ ግን ማንነቱን ከእነሱ ደበቀ። በመሆኑም “የመጣችሁት ከየት ነው?” በማለት በቁጣ ተናገራቸው፤ እነሱም “እህል ለመግዛት ከከነአን ምድር ነው የመጣነው” አሉት። |
6,656 | am_tg | ዮሴፍ ወንድሞቹን ያወቃቸው ቢሆንም እነሱ ግን አላወቁትም። | ዮሴፍ ከኣ ንኣሕዋቱ ኣለለዮም፣ ንሳቶም ግና ኣየለለይዎን። |
6,657 | tg_am | ዮሴፍ ከኣ ንኣሕዋቱ ኣለለዮም፣ ንሳቶም ግና ኣየለለይዎን። | ዮሴፍ ወንድሞቹን ያወቃቸው ቢሆንም እነሱ ግን አላወቁትም። |
6,658 | am_tg | ዮሴፍም ስለ እነሱ ያያቸው ሕልሞች ወዲያው ትዝ አሉት፤ እሱም “እናንተ ሰላዮች ናችሁ! የመጣችሁት ምድሪቱ በየት በኩል ለጥቃት እንደተጋለጠች ለማየት ነው!” አላቸው። | ዮሴፍ ድማ ብኡብኡ ነቲ ብዛዕባኦም ዝሓለሞ ሕልምታት ዘከረ እሞ፡ “ንስኻትኩም ሰለይቲ ኢኹም! እተቓልዐ ሸነኽ እዛ ምድሪ እዚኣ ኽትርእዩ ዝመጻእኩም ኢኹም!” በሎም። |
6,659 | tg_am | ዮሴፍ ድማ ብኡብኡ ነቲ ብዛዕባኦም ዝሓለሞ ሕልምታት ዘከረ እሞ፡ “ንስኻትኩም ሰለይቲ ኢኹም! እተቓልዐ ሸነኽ እዛ ምድሪ እዚኣ ኽትርእዩ ዝመጻእኩም ኢኹም!” በሎም። | ዮሴፍም ስለ እነሱ ያያቸው ሕልሞች ወዲያው ትዝ አሉት፤ እሱም “እናንተ ሰላዮች ናችሁ! የመጣችሁት ምድሪቱ በየት በኩል ለጥቃት እንደተጋለጠች ለማየት ነው!” አላቸው። |
6,660 | am_tg | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ኧረ እንደዚያ አይደለም ጌታዬ፤ እኛ አገልጋዮችህ የመጣነው እህል ለመግዛት ነው። | ንሳቶም ከኣ፡ “ኣይፋልናን ጐይታይ፡ ገላዉኻስ ምግቢ ኺዕድጉ ደኣ እዮም መጺኦም። |
6,661 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ኣይፋልናን ጐይታይ፡ ገላዉኻስ ምግቢ ኺዕድጉ ደኣ እዮም መጺኦም። | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ኧረ እንደዚያ አይደለም ጌታዬ፤ እኛ አገልጋዮችህ የመጣነው እህል ለመግዛት ነው። |
6,662 | am_tg | ሁላችንም የአንድ ሰው ልጆች ነን። እኛ ንጹሐን ሰዎች ነን። አገልጋዮችህ ሰላዮች አይደለንም።” | ንሕና ዅላትና ደቂ ሓደ ሰብኣይ ኢና። ንሕና ቕኑዓት ኢና። ገላዉኻ ሰለይቲ ኣይኰኑን” በልዎ። |
6,663 | tg_am | ንሕና ዅላትና ደቂ ሓደ ሰብኣይ ኢና። ንሕና ቕኑዓት ኢና። ገላዉኻ ሰለይቲ ኣይኰኑን” በልዎ። | ሁላችንም የአንድ ሰው ልጆች ነን። እኛ ንጹሐን ሰዎች ነን። አገልጋዮችህ ሰላዮች አይደለንም።” |
6,664 | am_tg | እሱ ግን “በፍጹም አይደለም! የመጣችሁት ምድሪቱ በየት በኩል ለጥቃት እንደተጋለጠች ለማየት ነው!” አላቸው። | ንሱ ግና፡ “ኣይፋልኩምን! እተቓልዐ ሸነኽ እዛ ምድሪ እዚኣ ደኣ ኽትርእዩ ዝመጻእኩም ኢኹም!” በሎም። |
6,665 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ኣይፋልኩምን! እተቓልዐ ሸነኽ እዛ ምድሪ እዚኣ ደኣ ኽትርእዩ ዝመጻእኩም ኢኹም!” በሎም። | እሱ ግን “በፍጹም አይደለም! የመጣችሁት ምድሪቱ በየት በኩል ለጥቃት እንደተጋለጠች ለማየት ነው!” አላቸው። |
6,666 | am_tg | በዚህ ጊዜ እንዲህ አሉት፦ “እኛ አገልጋዮችህ 12 ወንድማማቾች ነን። በከነአን ምድር የሚኖር የአንድ ሰው ልጆች ነን፤ ትንሹ ወንድማችን አሁን ከአባታችን ጋር ነው፤ አንደኛው ግን የለም።” | ንሳቶም ከኣ፡ “ገላዉኻ 12 ኣሕዋት እዮም። ንሕና ደቂ ሓደ ኣብ ከነኣን ዚነብር ሰብኣይ ኢና፣ እቲ ሕሳስ ልደ ምስ ኣቦና ኣሎ፡ እቲ ሓደ ኸኣ የሎን” በልዎ። |
6,667 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ገላዉኻ 12 ኣሕዋት እዮም። ንሕና ደቂ ሓደ ኣብ ከነኣን ዚነብር ሰብኣይ ኢና፣ እቲ ሕሳስ ልደ ምስ ኣቦና ኣሎ፡ እቲ ሓደ ኸኣ የሎን” በልዎ። | በዚህ ጊዜ እንዲህ አሉት፦ “እኛ አገልጋዮችህ 12 ወንድማማቾች ነን። በከነአን ምድር የሚኖር የአንድ ሰው ልጆች ነን፤ ትንሹ ወንድማችን አሁን ከአባታችን ጋር ነው፤ አንደኛው ግን የለም።” |
6,668 | am_tg | ይሁን እንጂ ዮሴፍ እንዲህ አላቸው፦ “‘እናንተ ሰላዮች ናችሁ!’ አልኳችሁ እኮ፤ | ዮሴፍ ግና ከምዚ በሎም፦ “ከምቲ ዝበልኩኹም፡ ‘ንስኻትኩም ሰለይቲ ኢኹም!’ |
6,669 | tg_am | ዮሴፍ ግና ከምዚ በሎም፦ “ከምቲ ዝበልኩኹም፡ ‘ንስኻትኩም ሰለይቲ ኢኹም!’ | ይሁን እንጂ ዮሴፍ እንዲህ አላቸው፦ “‘እናንተ ሰላዮች ናችሁ!’ አልኳችሁ እኮ፤ |
6,670 | am_tg | እንግዲህ ሰላዮች መሆን አለመሆናችሁ በዚህ ይረጋገጣል፤ በፈርዖን ሕይወት እምላለሁ፣ ትንሹ ወንድማችሁ ወደዚህ ካልመጣ በስተቀር ከዚህች ንቅንቅ አትሉም። | በዚ ኽትፍተኑ ኢኹም፦ ከምቲ ፈርኦን ህያው ዝዀነ፡ እቲ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ናብዚ ኸይመጸ፡ ካብዚ ኣይክትከዱን ኢኹም። |
6,671 | tg_am | በዚ ኽትፍተኑ ኢኹም፦ ከምቲ ፈርኦን ህያው ዝዀነ፡ እቲ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ናብዚ ኸይመጸ፡ ካብዚ ኣይክትከዱን ኢኹም። | እንግዲህ ሰላዮች መሆን አለመሆናችሁ በዚህ ይረጋገጣል፤ በፈርዖን ሕይወት እምላለሁ፣ ትንሹ ወንድማችሁ ወደዚህ ካልመጣ በስተቀር ከዚህች ንቅንቅ አትሉም። |
6,672 | am_tg | እናንተ እዚሁ ታስራችሁ እያላችሁ ከመካከላችሁ አንዱን ላኩትና ወንድማችሁን ይዞት ይምጣ። በዚህ መንገድ የተናገራችሁት ነገር እውነት መሆን አለመሆኑ ይረጋገጣል። አለዚያ ግን በፈርዖን ሕይወት እምላለሁ፣ እናንተ ሰላዮች ናችሁ።” | ንስኻትኩም ኣብዚ ተኣሲርኩም ከለኹም፡ ሓደ ኻባኻትኩም ንሓውኩም ኬምጽእ ስደዱ። በዚ ኸምዚ፡ ሓቂ ትዛረቡ እንተ ኣለኹም፡ ዘረባኹም ይፍተን። እንተ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ፈርኦን ህያው ዝዀነ፡ ሰለይቲ ኢኹም።” |
6,673 | tg_am | ንስኻትኩም ኣብዚ ተኣሲርኩም ከለኹም፡ ሓደ ኻባኻትኩም ንሓውኩም ኬምጽእ ስደዱ። በዚ ኸምዚ፡ ሓቂ ትዛረቡ እንተ ኣለኹም፡ ዘረባኹም ይፍተን። እንተ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ፈርኦን ህያው ዝዀነ፡ ሰለይቲ ኢኹም።” | እናንተ እዚሁ ታስራችሁ እያላችሁ ከመካከላችሁ አንዱን ላኩትና ወንድማችሁን ይዞት ይምጣ። በዚህ መንገድ የተናገራችሁት ነገር እውነት መሆን አለመሆኑ ይረጋገጣል። አለዚያ ግን በፈርዖን ሕይወት እምላለሁ፣ እናንተ ሰላዮች ናችሁ።” |
6,674 | am_tg | ከዚያም ለሦስት ቀን አንድ ላይ እስር ቤት አቆያቸው። | ሽዑ፡ ሰለስተ መዓልቲ ብሓደ ኣሰሮም። |
6,675 | tg_am | ሽዑ፡ ሰለስተ መዓልቲ ብሓደ ኣሰሮም። | ከዚያም ለሦስት ቀን አንድ ላይ እስር ቤት አቆያቸው። |
6,676 | am_tg | በሦስተኛውም ቀን ዮሴፍ እንዲህ አላቸው፦ “እንግዲህ እኔ አምላክን ስለምፈራ እንዲህ በማድረግ ሕይወታችሁን አትርፉ። | ድሕርዚ፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ፡ ዮሴፍ ከምዚ በሎም፦ “ኣነ ንኣምላኽ እፈርሆ እየ እሞ፡ እዚ ግበሩ፡ ብህይወት ድማ ትነብሩ። |
6,677 | tg_am | ድሕርዚ፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ፡ ዮሴፍ ከምዚ በሎም፦ “ኣነ ንኣምላኽ እፈርሆ እየ እሞ፡ እዚ ግበሩ፡ ብህይወት ድማ ትነብሩ። | በሦስተኛውም ቀን ዮሴፍ እንዲህ አላቸው፦ “እንግዲህ እኔ አምላክን ስለምፈራ እንዲህ በማድረግ ሕይወታችሁን አትርፉ። |
6,678 | am_tg | እንዳላችሁት ንጹሐን ሰዎች ከሆናችሁ ከመካከላችሁ አንዱ ወንድማችሁ እዚሁ እስር ቤት ውስጥ ይቆይ፤ የቀራችሁት ግን ለተራቡት ቤተሰቦቻችሁ እህል ይዛችሁ መሄድ ትችላላችሁ። | ቅኑዓት እንተ ዄንኩም፡ ሓደ ሓውኩም ኣብታ ተኣሲርኩምላ ዝነበርኩም ቤት ተኣሲሩ ይጽናሕ፣ ዝተረፍኩም ግና ኬድኩም ነቶም ጠምዮም ዘለዉ ቤተ ሰብኩም ዚኸውን እኽሊ ኣብጽሑ። |
6,679 | tg_am | ቅኑዓት እንተ ዄንኩም፡ ሓደ ሓውኩም ኣብታ ተኣሲርኩምላ ዝነበርኩም ቤት ተኣሲሩ ይጽናሕ፣ ዝተረፍኩም ግና ኬድኩም ነቶም ጠምዮም ዘለዉ ቤተ ሰብኩም ዚኸውን እኽሊ ኣብጽሑ። | እንዳላችሁት ንጹሐን ሰዎች ከሆናችሁ ከመካከላችሁ አንዱ ወንድማችሁ እዚሁ እስር ቤት ውስጥ ይቆይ፤ የቀራችሁት ግን ለተራቡት ቤተሰቦቻችሁ እህል ይዛችሁ መሄድ ትችላላችሁ። |
6,680 | am_tg | የተናገራችሁት ቃል እውነት መሆኑ እንዲረጋገጥና ከሞት እንድትተርፉ ትንሹን ወንድማችሁን ወደ እኔ ይዛችሁት ኑ።” እነሱም እንደተባሉት አደረጉ። | ድሕሪኡ፡ ነቲ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ናባይ ኣምጽእዎ እሞ ዘረባኹም ኪእመን እዩ፣ ኣይትሞቱን ድማ።” ንሳቶም ከኣ ከምኡ ገበሩ። |
6,681 | tg_am | ድሕሪኡ፡ ነቲ ሕሳስ ልደ ሓውኩም ናባይ ኣምጽእዎ እሞ ዘረባኹም ኪእመን እዩ፣ ኣይትሞቱን ድማ።” ንሳቶም ከኣ ከምኡ ገበሩ። | የተናገራችሁት ቃል እውነት መሆኑ እንዲረጋገጥና ከሞት እንድትተርፉ ትንሹን ወንድማችሁን ወደ እኔ ይዛችሁት ኑ።” እነሱም እንደተባሉት አደረጉ። |
6,682 | am_tg | ከዚያም እርስ በርሳቸው እንዲህ ተባባሉ፦ “ይህ ሁሉ እየደረሰብን ያለው በወንድማችን ላይ በፈጸምነው ግፍ የተነሳ እንደሆነ ምንም ጥርጥር የለውም፤ ምክንያቱም ተጨንቆ እንድንራራለት ሲማጸነን እኛ ግን አልሰማነውም። ይህ ሁሉ መከራ እየደረሰብን ያለው በዚህ ምክንያት ነው።” | ንሓድሕዶም ድማ፡ “ብርግጽ ብሰሪ ሓውና ኢና እንቕጻዕ ዘለና፣ ከመይሲ፡ ክንርሕርሓሉ ኺልምነና ኸሎ፡ ጭንቁ ርኢናስ ኣይሰማዕናዮን። ስለዚ ኸኣ እዩ እዚ ጭንቂ እዚ ዚበጽሓና ዘሎ” ተባሃሃሉ። |
6,683 | tg_am | ንሓድሕዶም ድማ፡ “ብርግጽ ብሰሪ ሓውና ኢና እንቕጻዕ ዘለና፣ ከመይሲ፡ ክንርሕርሓሉ ኺልምነና ኸሎ፡ ጭንቁ ርኢናስ ኣይሰማዕናዮን። ስለዚ ኸኣ እዩ እዚ ጭንቂ እዚ ዚበጽሓና ዘሎ” ተባሃሃሉ። | ከዚያም እርስ በርሳቸው እንዲህ ተባባሉ፦ “ይህ ሁሉ እየደረሰብን ያለው በወንድማችን ላይ በፈጸምነው ግፍ የተነሳ እንደሆነ ምንም ጥርጥር የለውም፤ ምክንያቱም ተጨንቆ እንድንራራለት ሲማጸነን እኛ ግን አልሰማነውም። ይህ ሁሉ መከራ እየደረሰብን ያለው በዚህ ምክንያት ነው።” |
6,684 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሮቤል እንዲህ አላቸው፦ “‘በዚህ ልጅ ላይ ክፉ ነገር አታድርጉ’ ብያችሁ አልነበረም? እናንተ ግን አልሰማችሁኝም። ይኸው አሁን ደሙ ከእጃችን እየተፈለገ ነው።” | ሮቤል ከኣ፡ “‘ነዚ ቘልዓ እዚ ኣይትበድልዎ’ ኢለኩምዶ ኣይነበርኩን፧ ንስኻትኩም ግና ኣይሰማዕኩምን። ሕጂ ደሙ ብርግጽ ይድለ ኣሎ” ኢሉ መለሰሎም። |
6,685 | tg_am | ሮቤል ከኣ፡ “‘ነዚ ቘልዓ እዚ ኣይትበድልዎ’ ኢለኩምዶ ኣይነበርኩን፧ ንስኻትኩም ግና ኣይሰማዕኩምን። ሕጂ ደሙ ብርግጽ ይድለ ኣሎ” ኢሉ መለሰሎም። | በዚህ ጊዜ ሮቤል እንዲህ አላቸው፦ “‘በዚህ ልጅ ላይ ክፉ ነገር አታድርጉ’ ብያችሁ አልነበረም? እናንተ ግን አልሰማችሁኝም። ይኸው አሁን ደሙ ከእጃችን እየተፈለገ ነው።” |
6,686 | am_tg | ይሁንና ዮሴፍ ያነጋገራቸው በአስተርጓሚ ስለነበር ምን እየተባባሉ እንዳለ እንደሚሰማ አላወቁም ነበር። | ኣብ መንጎኦም ኣስተርጓሚ ነበረ እሞ፡ ዮሴፍ ከም እተረድኦም ኣይፈልጡን ነበሩ። |
6,687 | tg_am | ኣብ መንጎኦም ኣስተርጓሚ ነበረ እሞ፡ ዮሴፍ ከም እተረድኦም ኣይፈልጡን ነበሩ። | ይሁንና ዮሴፍ ያነጋገራቸው በአስተርጓሚ ስለነበር ምን እየተባባሉ እንዳለ እንደሚሰማ አላወቁም ነበር። |
6,688 | am_tg | በመሆኑም ከፊታቸው ዞር ብሎ አለቀሰ። ከዚያም ወደ እነሱ ተመልሶ በመምጣት በድጋሚ ካነጋገራቸው በኋላ ስምዖንን ከእነሱ ለይቶ በመውሰድ ዓይናቸው እያየ አሰረው። | ንሱ ኸኣ ካባታቶም ኣልጊሱ በኸየ። ተመሊሱ ኸም ብሓድሽ ምስ ተዛረቦም ከኣ፡ ንስምኦን ካባታቶም ወሲዱ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ኣሰሮ። |
6,689 | tg_am | ንሱ ኸኣ ካባታቶም ኣልጊሱ በኸየ። ተመሊሱ ኸም ብሓድሽ ምስ ተዛረቦም ከኣ፡ ንስምኦን ካባታቶም ወሲዱ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ኣሰሮ። | በመሆኑም ከፊታቸው ዞር ብሎ አለቀሰ። ከዚያም ወደ እነሱ ተመልሶ በመምጣት በድጋሚ ካነጋገራቸው በኋላ ስምዖንን ከእነሱ ለይቶ በመውሰድ ዓይናቸው እያየ አሰረው። |
6,690 | am_tg | በኋላም ዮሴፍ በየከረጢቶቻቸው እህል እንዲሞሉላቸው አዘዘ፤ በተጨማሪም የእያንዳንዳቸውን ገንዘብ በየከረጢቶቻቸው መልሰው እንዲያስቀምጡና ለጉዟቸው የሚሆን ስንቅ እንዲሰጧቸው ትእዛዝ አስተላለፈ። ልክ እንዳለውም ተደረገላቸው። | ድሕርዚ፡ ዮሴፍ ነቲ ኸረጺታቶም ብእኽሊ ኺመልኡሎምን ነቲ ገንዘቦም ኣብ ከከረጺቶም ኪመልሱሎምን ንመገዲ ስንቂ ኺህብዎምን ኣዘዘ። ከምኡ ኸኣ ተገብረሎም። |
6,691 | tg_am | ድሕርዚ፡ ዮሴፍ ነቲ ኸረጺታቶም ብእኽሊ ኺመልኡሎምን ነቲ ገንዘቦም ኣብ ከከረጺቶም ኪመልሱሎምን ንመገዲ ስንቂ ኺህብዎምን ኣዘዘ። ከምኡ ኸኣ ተገብረሎም። | በኋላም ዮሴፍ በየከረጢቶቻቸው እህል እንዲሞሉላቸው አዘዘ፤ በተጨማሪም የእያንዳንዳቸውን ገንዘብ በየከረጢቶቻቸው መልሰው እንዲያስቀምጡና ለጉዟቸው የሚሆን ስንቅ እንዲሰጧቸው ትእዛዝ አስተላለፈ። ልክ እንዳለውም ተደረገላቸው። |
6,692 | am_tg | እነሱም እህላቸውን በአህዮቻቸው ላይ ጭነው ጉዞ ጀመሩ። | እኽሎም ኣብ ኣእዱጎም ጽዒኖም ድማ ካብኡ ኸዱ። |
6,693 | tg_am | እኽሎም ኣብ ኣእዱጎም ጽዒኖም ድማ ካብኡ ኸዱ። | እነሱም እህላቸውን በአህዮቻቸው ላይ ጭነው ጉዞ ጀመሩ። |
6,694 | am_tg | ከእነሱ መካከል አንዱ ባረፉበት ቦታ ለአህያው መኖ ለመስጠት ከረጢቱን ሲፈታ ገንዘቡን ከረጢቱ አፍ ላይ አገኘው። | ኣብ መሕደሪ ኸኣ ሓደ ኻባታቶም ንኣድጉ ድርቋ ኺህብ ከረጺቱ ምስ ከፈተ፡ ነቲ ገንዘቡ ኣብ ኣፍ ከረጺቱ ረኣዮ። |
6,695 | tg_am | ኣብ መሕደሪ ኸኣ ሓደ ኻባታቶም ንኣድጉ ድርቋ ኺህብ ከረጺቱ ምስ ከፈተ፡ ነቲ ገንዘቡ ኣብ ኣፍ ከረጺቱ ረኣዮ። | ከእነሱ መካከል አንዱ ባረፉበት ቦታ ለአህያው መኖ ለመስጠት ከረጢቱን ሲፈታ ገንዘቡን ከረጢቱ አፍ ላይ አገኘው። |
6,696 | am_tg | እሱም በዚህ ጊዜ ወንድሞቹን “ኧረ ገንዘቤ ተመልሶልኛል፤ ይኸው እዚህ ከረጢቴ ውስጥ አገኘሁት!” አላቸው። እነሱም ልባቸው በፍርሃት ራደ፤ እየተንቀጠቀጡም እርስ በርሳቸው “አምላክ ያደረገብን ይህ ነገር ምንድን ነው?” ተባባሉ። | ንኣሕዋቱ ድማ፡ “ገንዘበይ ተመሊሱ፡ እንሆ ኸኣ ኣብ ከረጺተይ!” በሎም። ሽዑ፡ ልቦም መለቘ፡ ራዕራዕ እናበሉ ኸኣ፡ “እዚ ኣምላኽ ገይሩና ዘሎ እንታይ እዩ፧” ተባሃሃሉ። |
6,697 | tg_am | ንኣሕዋቱ ድማ፡ “ገንዘበይ ተመሊሱ፡ እንሆ ኸኣ ኣብ ከረጺተይ!” በሎም። ሽዑ፡ ልቦም መለቘ፡ ራዕራዕ እናበሉ ኸኣ፡ “እዚ ኣምላኽ ገይሩና ዘሎ እንታይ እዩ፧” ተባሃሃሉ። | እሱም በዚህ ጊዜ ወንድሞቹን “ኧረ ገንዘቤ ተመልሶልኛል፤ ይኸው እዚህ ከረጢቴ ውስጥ አገኘሁት!” አላቸው። እነሱም ልባቸው በፍርሃት ራደ፤ እየተንቀጠቀጡም እርስ በርሳቸው “አምላክ ያደረገብን ይህ ነገር ምንድን ነው?” ተባባሉ። |
6,698 | am_tg | በከነአን ምድር ወዳለው ወደ አባታቸው ወደ ያዕቆብ በደረሱም ጊዜ ያጋጠማቸውን ሁሉ እንዲህ በማለት ነገሩት፦ | ናብ ኣቦኦም ያእቆብ ናብ ምድሪ ከነኣን ምስ መጹ ድማ፡ ዝበጽሖም ኵሉ ኸምዚ ኢሎም ነገርዎ፦ |
6,699 | tg_am | ናብ ኣቦኦም ያእቆብ ናብ ምድሪ ከነኣን ምስ መጹ ድማ፡ ዝበጽሖም ኵሉ ኸምዚ ኢሎም ነገርዎ፦ | በከነአን ምድር ወዳለው ወደ አባታቸው ወደ ያዕቆብ በደረሱም ጊዜ ያጋጠማቸውን ሁሉ እንዲህ በማለት ነገሩት፦ |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.