Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,400 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የፆታ ብልግና የሚፈጽሙ ሰዎች የቅርብ ጓደኞቻችን ከሆኑ እኛም ብልግና ለመፈጸም ልንፈተን እንችላለን። | ንኣብነት፡ ጾታዊ ርኽሰት ምስ ዚፍጽሙ ሰባት እንተ ተዓራሪኽና፡ ንሕና እውን ርኽሰት ክንፍጽም ክንፍተን ንኽእል ኢና። |
1,401 | tg_am | ንኣብነት፡ ጾታዊ ርኽሰት ምስ ዚፍጽሙ ሰባት እንተ ተዓራሪኽና፡ ንሕና እውን ርኽሰት ክንፍጽም ክንፍተን ንኽእል ኢና። | ለምሳሌ ያህል፣ የፆታ ብልግና የሚፈጽሙ ሰዎች የቅርብ ጓደኞቻችን ከሆኑ እኛም ብልግና ለመፈጸም ልንፈተን እንችላለን። |
1,402 | am_tg | ራሳቸውን የወሰኑ አንዳንድ ክርስቲያኖች እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ደርሶባቸዋል፤ እንዲያውም አንዳንዶቹ ንስሐ ባለመግባታቸው ተወግደዋል። | ንገሊኦም ርእሶም ዝወፈዩ ክርስትያናት ከምኡ እዩ ኣጋጢምዎም፣ ገሊኣቶም ድማ ስለ ዘይተነስሑ ተወጊዶም እዮም። |
1,403 | tg_am | ንገሊኦም ርእሶም ዝወፈዩ ክርስትያናት ከምኡ እዩ ኣጋጢምዎም፣ ገሊኣቶም ድማ ስለ ዘይተነስሑ ተወጊዶም እዮም። | ራሳቸውን የወሰኑ አንዳንድ ክርስቲያኖች እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ደርሶባቸዋል፤ እንዲያውም አንዳንዶቹ ንስሐ ባለመግባታቸው ተወግደዋል። |
1,404 | am_tg | እነዚህ ሰዎች ንስሐ ካልገቡ ጴጥሮስ የገለጸው ዓይነት ሁኔታ ይደርስባቸዋል። | ናብ የሆዋ እንተ ዘይተመሊሶም ከኣ፡ ኵነታቶም ልክዕ ከምቲ ጴጥሮስ ዝገለጾ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,405 | tg_am | ናብ የሆዋ እንተ ዘይተመሊሶም ከኣ፡ ኵነታቶም ልክዕ ከምቲ ጴጥሮስ ዝገለጾ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | እነዚህ ሰዎች ንስሐ ካልገቡ ጴጥሮስ የገለጸው ዓይነት ሁኔታ ይደርስባቸዋል። |
1,406 | am_tg | በቤተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ወቅት ቤተሰቡ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ትኩረት ያደርጋል፤ ይህ ደግሞ ቤተሰቡ አንድነት እንዲኖረው ያስችላል። | ኣብ እዋን ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ ኣብ መንፈሳዊ ነገራት ነተኵር ኢና፣ እዚ ኸኣ ንሓድነት ስድራ ቤትና ኣበርክቶ ይገብር እዩ። |
1,407 | tg_am | ኣብ እዋን ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ ኣብ መንፈሳዊ ነገራት ነተኵር ኢና፣ እዚ ኸኣ ንሓድነት ስድራ ቤትና ኣበርክቶ ይገብር እዩ። | በቤተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ወቅት ቤተሰቡ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ትኩረት ያደርጋል፤ ይህ ደግሞ ቤተሰቡ አንድነት እንዲኖረው ያስችላል። |
1,408 | am_tg | በዚህ ወቅት ለመስክ አገልግሎት ልምምድ ማድረግ ሁሉም የቤተሰቡ አባላት ውጤታማ በሆነ መንገድ ለመስበክ የታጠቁ እንዲሆኑ ይረዳቸዋል። | ኣባላት ስድራ ቤት ንኣገልግሎት ወፍሪ ምስ ዚለማመዱ፡ ብውጽኢታዊ መገዲ ንምስባኽ ብዝሓሸ ኺዕጠቑ ይኽእሉ እዮም። |
1,409 | tg_am | ኣባላት ስድራ ቤት ንኣገልግሎት ወፍሪ ምስ ዚለማመዱ፡ ብውጽኢታዊ መገዲ ንምስባኽ ብዝሓሸ ኺዕጠቑ ይኽእሉ እዮም። | በዚህ ወቅት ለመስክ አገልግሎት ልምምድ ማድረግ ሁሉም የቤተሰቡ አባላት ውጤታማ በሆነ መንገድ ለመስበክ የታጠቁ እንዲሆኑ ይረዳቸዋል። |
1,410 | am_tg | ከዚህም ሌላ የአንድ ቤተሰብ አባላት ለአምላክ ፍቅር ያላቸውና የእሱን ፈቃድ ማድረግ የሚፈልጉ እንደመሆናቸው መጠን ከአምላክ ቃል ባገኟቸው ሐሳቦች ላይ መወያየታቸው እርስ በርስ እንደሚያቀራርባቸው መገመት አያዳግትም። | ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ሓሳባት ምስ ዚዋሃሃቡ ኸኣ፡ እዚ ንሓድሕዶም የቀራርቦም እዩ፣ እወ፡ ኵላቶም ንሓደ ኣምላኽ የፍቅሩ፡ ኵላቶም እውን ፍቓዱ ንምግባር ባህጊ ይሓድሮም እዩ። |
1,411 | tg_am | ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ሓሳባት ምስ ዚዋሃሃቡ ኸኣ፡ እዚ ንሓድሕዶም የቀራርቦም እዩ፣ እወ፡ ኵላቶም ንሓደ ኣምላኽ የፍቅሩ፡ ኵላቶም እውን ፍቓዱ ንምግባር ባህጊ ይሓድሮም እዩ። | ከዚህም ሌላ የአንድ ቤተሰብ አባላት ለአምላክ ፍቅር ያላቸውና የእሱን ፈቃድ ማድረግ የሚፈልጉ እንደመሆናቸው መጠን ከአምላክ ቃል ባገኟቸው ሐሳቦች ላይ መወያየታቸው እርስ በርስ እንደሚያቀራርባቸው መገመት አያዳግትም። |
1,412 | am_tg | ባለትዳሮች እርስ በርስ በመተባበር ለይሖዋ ውዳሴ ለማምጣት ምን ማድረግ ይችላሉ? | ሰብ ሓዳር ንየሆዋ ንምውዳስ ብኸመይ ኪተሓባባሩ ይኽእሉ፧ |
1,413 | tg_am | ሰብ ሓዳር ንየሆዋ ንምውዳስ ብኸመይ ኪተሓባባሩ ይኽእሉ፧ | ባለትዳሮች እርስ በርስ በመተባበር ለይሖዋ ውዳሴ ለማምጣት ምን ማድረግ ይችላሉ? |
1,414 | am_tg | ሁለቱም ይሖዋን በታማኝነት ማገልገላቸው ደስታና አንድነት ያስገኝላቸዋል። | ክልቲኦም መጻምድቲ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ምስ ዝዀኑ፡ ኣብ ሓዳሮም ሓጐስን ሓድነትን ይህልዎም እዩ። |
1,415 | tg_am | ክልቲኦም መጻምድቲ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ምስ ዝዀኑ፡ ኣብ ሓዳሮም ሓጐስን ሓድነትን ይህልዎም እዩ። | ሁለቱም ይሖዋን በታማኝነት ማገልገላቸው ደስታና አንድነት ያስገኝላቸዋል። |
1,416 | am_tg | አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቸው ያላቸውን ፍቅር ገልጸዋል። | ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኤልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጾም እዮም። |
1,417 | tg_am | ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኤልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጾም እዮም። | አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቸው ያላቸውን ፍቅር ገልጸዋል። |
1,418 | am_tg | እኛም የእነሱን ምሳሌ መከተል ይኖርብናል። | ንሕና እውን ከምኡ ኽንገብር ኣሎና። |
1,419 | tg_am | ንሕና እውን ከምኡ ኽንገብር ኣሎና። | እኛም የእነሱን ምሳሌ መከተል ይኖርብናል። |
1,420 | am_tg | ይህም ከትዳር ጓደኛችን ጋር አንድነት እንዲኖረን የሚያደርግ ከመሆኑም ሌላ በሰማይ ወዳለው አባታችን ይበልጥ እንድንቀርብ ያስችለናል። | እዚ ኸኣ ምስ መጻምድትና ሓድነት ከም ዚህልወና ኺገብር፡ ናብ ሰማያዊ ኣቦና እውን ብዝያዳ ኬቕርበና እዩ። |
1,421 | tg_am | እዚ ኸኣ ምስ መጻምድትና ሓድነት ከም ዚህልወና ኺገብር፡ ናብ ሰማያዊ ኣቦና እውን ብዝያዳ ኬቕርበና እዩ። | ይህም ከትዳር ጓደኛችን ጋር አንድነት እንዲኖረን የሚያደርግ ከመሆኑም ሌላ በሰማይ ወዳለው አባታችን ይበልጥ እንድንቀርብ ያስችለናል። |
1,422 | am_tg | ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎችና በሌሎች በጎች ላይ ጦርነት አውጇል። | ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኦት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ። |
1,423 | tg_am | ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኦት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ። | ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎችና በሌሎች በጎች ላይ ጦርነት አውጇል። |
1,424 | am_tg | የዲያብሎስ ዓላማ በቀረው ጥቂት ጊዜ ውስጥ ከይሖዋ አገልጋዮች መካከል የቻለውን ያህል ብዙዎችን መዋጥ ነው። | ዕላማ ድያብሎስ ድማ፡ ኣብቲ ተሪፍዎ ዘሎ ሓጺር እዋን ንብዙሓት ኣገልገልቲ የሆዋ ምውሓጥ እዩ። |
1,425 | tg_am | ዕላማ ድያብሎስ ድማ፡ ኣብቲ ተሪፍዎ ዘሎ ሓጺር እዋን ንብዙሓት ኣገልገልቲ የሆዋ ምውሓጥ እዩ። | የዲያብሎስ ዓላማ በቀረው ጥቂት ጊዜ ውስጥ ከይሖዋ አገልጋዮች መካከል የቻለውን ያህል ብዙዎችን መዋጥ ነው። |
1,426 | am_tg | ታዲያ ከሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሸነፍ እንችላለን? | እሞኸ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኽንዕወት ንኽእል ዲና፧ |
1,427 | tg_am | እሞኸ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኽንዕወት ንኽእል ዲና፧ | ታዲያ ከሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሸነፍ እንችላለን? |
1,428 | am_tg | እንዴታ! መጽሐፍ ቅዱስ ዲያብሎስን ተቃወሙት፤ እሱም ከእናንተ ይሸሻል ይላል። | እወ! መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንድያብሎስ ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ ይብል። |
1,429 | tg_am | እወ! መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንድያብሎስ ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ ይብል። | እንዴታ! መጽሐፍ ቅዱስ ዲያብሎስን ተቃወሙት፤ እሱም ከእናንተ ይሸሻል ይላል። |
1,430 | am_tg | ብዙዎች ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማቸዋል። | ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ከም ዘሎ ምእማን ዕሽነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ። |
1,431 | tg_am | ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ከም ዘሎ ምእማን ዕሽነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ። | ብዙዎች ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማቸዋል። |
1,432 | am_tg | እነዚህ ሰዎች ሰይጣንና አጋንንቱ በልብ ወለድ መጻሕፍት፣ በአስፈሪ ፊልሞችና በቪዲዮ ጨዋታዎች ውስጥ የሚገኙ ምናብ የፈጠራቸው ገጸ ባሕርያት እንደሆኑ ያስባሉ። | እዞም ሰባት እዚኦም፡ ንሰይጣንን ንኣጋንንቱን ከም ኣብ መጻሕፍትን ዜፍርህ ፊልምታትን ጸወታታት ቪድዮን ዚርኣዩ ልቢ ወለዳዊ ገጸ ባህርያት ገይሮም እዮም ዚርእይዎም። |
1,433 | tg_am | እዞም ሰባት እዚኦም፡ ንሰይጣንን ንኣጋንንቱን ከም ኣብ መጻሕፍትን ዜፍርህ ፊልምታትን ጸወታታት ቪድዮን ዚርኣዩ ልቢ ወለዳዊ ገጸ ባህርያት ገይሮም እዮም ዚርእይዎም። | እነዚህ ሰዎች ሰይጣንና አጋንንቱ በልብ ወለድ መጻሕፍት፣ በአስፈሪ ፊልሞችና በቪዲዮ ጨዋታዎች ውስጥ የሚገኙ ምናብ የፈጠራቸው ገጸ ባሕርያት እንደሆኑ ያስባሉ። |
1,434 | am_tg | የማመዛዘን ችሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ። | ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም። |
1,435 | tg_am | ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም። | የማመዛዘን ችሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ። |
1,436 | am_tg | ታዲያ ሰይጣን፣ እሱና በዓይን የማይታዩት ግብረ አበሮቹ በተረት ዓለም ውስጥ የሚገኙ ባለታሪኮች ብቻ እንደሆኑ ተደርገው መቆጠራቸው ቅር የሚያሰኘው ይመስልሃል? | ሰባት ንሰይጣንን ነቶም ብዓይኒ ዘይርኣዩ ጭፍራኡን ከም ልቢ ወለድ ገይሮም ምርኣዮም፡ ንሰይጣን ዜተሓሳስቦዶ ይመስለካ፧ |
1,437 | tg_am | ሰባት ንሰይጣንን ነቶም ብዓይኒ ዘይርኣዩ ጭፍራኡን ከም ልቢ ወለድ ገይሮም ምርኣዮም፡ ንሰይጣን ዜተሓሳስቦዶ ይመስለካ፧ | ታዲያ ሰይጣን፣ እሱና በዓይን የማይታዩት ግብረ አበሮቹ በተረት ዓለም ውስጥ የሚገኙ ባለታሪኮች ብቻ እንደሆኑ ተደርገው መቆጠራቸው ቅር የሚያሰኘው ይመስልሃል? |
1,438 | am_tg | ይህ የሚያስከፋው አይመስልም! እንዲያውም ሰይጣን፣ እሱ መኖሩን የሚጠራጠሩ ሰዎችን አእምሮ ማሳወር ይቀለዋል። | ዕጅብ እኳ ኣይብሎ! ከም ሓቂ እኳ ደኣ፡ ሰባት ብዛዕባ ህልውናኡ ዚጠራጠሩ እንተ ዀይኖም፡ ብቐሊሉ ኼዑሮም ይኽእል እዩ። |
1,439 | tg_am | ዕጅብ እኳ ኣይብሎ! ከም ሓቂ እኳ ደኣ፡ ሰባት ብዛዕባ ህልውናኡ ዚጠራጠሩ እንተ ዀይኖም፡ ብቐሊሉ ኼዑሮም ይኽእል እዩ። | ይህ የሚያስከፋው አይመስልም! እንዲያውም ሰይጣን፣ እሱ መኖሩን የሚጠራጠሩ ሰዎችን አእምሮ ማሳወር ይቀለዋል። |
1,440 | am_tg | ሰይጣን ሰዎችን ለማሳሳት ከሚጠቀምባቸው በርካታ ዘዴዎች አንዱ መንፈሳዊ ፍጥረታት የሉም የሚለውን ሐሳብ ማስፋፋት ነው። | ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ንሰባት ንምትላል ዚጥቀመሉ ብዙሕ መገድታት፡ መንፈሳውያን ፍጡራት ከም ዘየለዉ ዚገልጽ ሓሳብ ከም ዜስፋሕፍሕ ምግባር እዩ። |
1,441 | tg_am | ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ንሰባት ንምትላል ዚጥቀመሉ ብዙሕ መገድታት፡ መንፈሳውያን ፍጡራት ከም ዘየለዉ ዚገልጽ ሓሳብ ከም ዜስፋሕፍሕ ምግባር እዩ። | ሰይጣን ሰዎችን ለማሳሳት ከሚጠቀምባቸው በርካታ ዘዴዎች አንዱ መንፈሳዊ ፍጥረታት የሉም የሚለውን ሐሳብ ማስፋፋት ነው። |
1,442 | am_tg | ይሖዋ አቅማችን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል። | የሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጦ እዩ። |
1,443 | tg_am | የሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጦ እዩ። | ይሖዋ አቅማችን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል። |
1,444 | am_tg | ስለዚህ የሚያጋጥሙንን ፈተናዎች በራሳችን ኃይል እንድንወጣቸው አይጠብቅብንም፤ ከዚህ ይልቅ ልክ እንደ አባት እርዳታ ይሰጠናል። | ስለዚ፡ ንፈተናታት ብናይ ገዛእ ርእስና ብርታዐ ኽንዋጽኣሉ ኣይጽበየናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ከም ኣቦና መጠን ይሕግዘና እዩ። |
1,445 | tg_am | ስለዚ፡ ንፈተናታት ብናይ ገዛእ ርእስና ብርታዐ ኽንዋጽኣሉ ኣይጽበየናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ከም ኣቦና መጠን ይሕግዘና እዩ። | ስለዚህ የሚያጋጥሙንን ፈተናዎች በራሳችን ኃይል እንድንወጣቸው አይጠብቅብንም፤ ከዚህ ይልቅ ልክ እንደ አባት እርዳታ ይሰጠናል። |
1,446 | am_tg | እርግጥ ነው፣ አንዳንድ ጊዜ ፈተናውን መቋቋም የማንችልበት ደረጃ ላይ እንደደረስን ይሰማን ይሆናል። | ሓቂ እዩ፡ ሓድሓድ እዋን፡ እቲ ጸገማትና ልዕሊ ዓቕምና ዀይኑ ኺስምዓና ይኽእል እዩ። |
1,447 | tg_am | ሓቂ እዩ፡ ሓድሓድ እዋን፡ እቲ ጸገማትና ልዕሊ ዓቕምና ዀይኑ ኺስምዓና ይኽእል እዩ። | እርግጥ ነው፣ አንዳንድ ጊዜ ፈተናውን መቋቋም የማንችልበት ደረጃ ላይ እንደደረስን ይሰማን ይሆናል። |
1,448 | am_tg | ያም ቢሆን ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ከሚችሉት በላይ እንዲፈተኑ ፈጽሞ እንደማይፈቅድ ማረጋገጫ ሰጥቶናል። | ይኹን እምበር፡ የሆዋ፡ ኣገልገልቱ ልዕሊ እቲ ኺጻወርዎ ዚኽእሉ ንኺሳቐዩ ኣይፈቅድን እዩ። |
1,449 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሆዋ፡ ኣገልገልቱ ልዕሊ እቲ ኺጻወርዎ ዚኽእሉ ንኺሳቐዩ ኣይፈቅድን እዩ። | ያም ቢሆን ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ከሚችሉት በላይ እንዲፈተኑ ፈጽሞ እንደማይፈቅድ ማረጋገጫ ሰጥቶናል። |
1,450 | am_tg | እንዲያውም መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል። | እወ፡ መዋጽኦ ይገብረሎም እዩ። |
1,451 | tg_am | እወ፡ መዋጽኦ ይገብረሎም እዩ። | እንዲያውም መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል። |
1,452 | am_tg | እንግዲያው ይሖዋ መሸከም የምንችለው ምን ያህል እንደሆነ በትክክል እንደሚያውቅ ለመተማመን የሚያበቃ ምክንያት አለን። | ስለዚ እምበኣር፡ የሆዋ ነቲ ነፍሲ ወከፍና ዘሎና ዓቕሚ ኸም ዚርድኦ ኽንተኣማመን ንኽእል ኢና። |
1,453 | tg_am | ስለዚ እምበኣር፡ የሆዋ ነቲ ነፍሲ ወከፍና ዘሎና ዓቕሚ ኸም ዚርድኦ ኽንተኣማመን ንኽእል ኢና። | እንግዲያው ይሖዋ መሸከም የምንችለው ምን ያህል እንደሆነ በትክክል እንደሚያውቅ ለመተማመን የሚያበቃ ምክንያት አለን። |
1,454 | am_tg | እርዳታ ለማግኘት ከጸለይን በኋላ ወዲያውኑ ምላሽ እንዳላገኘን ከተሰማን፣ እኛን ለመርዳት መቼ እርምጃ መውሰድ እንዳለበት የሚያውቀውን አምላካችንን በትዕግሥት እንጠብቅ። | ደድሕሪ ምጽላይና ቕሳነት እንተ ዘይተሰሚዑና፡ ነቲ ምእንታና ኢሉ ስጕምቲ ዚወስድ ኣምላኽና ንጸበዮ። |
1,455 | tg_am | ደድሕሪ ምጽላይና ቕሳነት እንተ ዘይተሰሚዑና፡ ነቲ ምእንታና ኢሉ ስጕምቲ ዚወስድ ኣምላኽና ንጸበዮ። | እርዳታ ለማግኘት ከጸለይን በኋላ ወዲያውኑ ምላሽ እንዳላገኘን ከተሰማን፣ እኛን ለመርዳት መቼ እርምጃ መውሰድ እንዳለበት የሚያውቀውን አምላካችንን በትዕግሥት እንጠብቅ። |
1,456 | am_tg | ይሖዋ እኛን ለመርዳት በጣም ስለሚጓጓ እሱም ቢሆን መታገሥ እንደሚያስፈልገው እናስታውስ። | ንሱ እውን ንዓና ንኺሕግዘና ኢሉ ብትዕግስቲ ኸም ዚጽበ ኣይንረስዕ። |
1,457 | tg_am | ንሱ እውን ንዓና ንኺሕግዘና ኢሉ ብትዕግስቲ ኸም ዚጽበ ኣይንረስዕ። | ይሖዋ እኛን ለመርዳት በጣም ስለሚጓጓ እሱም ቢሆን መታገሥ እንደሚያስፈልገው እናስታውስ። |
1,458 | am_tg | ይሖዋ ሞገስ ሊያሳያችሁ በትዕግሥት ይጠባበቃል፤ ምሕረት ሊያሳያችሁም ይነሳል። | የሆዋ ግና ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ፣ ኪምሕረኩም ድማ ኪትንስእ እዩ። |
1,459 | tg_am | የሆዋ ግና ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ፣ ኪምሕረኩም ድማ ኪትንስእ እዩ። | ይሖዋ ሞገስ ሊያሳያችሁ በትዕግሥት ይጠባበቃል፤ ምሕረት ሊያሳያችሁም ይነሳል። |
1,460 | am_tg | ይሖዋ የፍትሕ አምላክ ነውና። | የሆዋስ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ። |
1,461 | tg_am | የሆዋስ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ። | ይሖዋ የፍትሕ አምላክ ነውና። |
1,462 | am_tg | ወደ 3,000 ከሚጠጉ ዓመታት በፊት ነቢዩ ኤልያስ፣ ኤልሳዕ የተባለን አንድ ወጣት አገልጋዩ እንዲሆን ጠይቆት ነበር። | ዳርጋ 3,000 ዓመት ይገብር፡ ነብዪ ኤልያስ ነቲ መንእሰይ ዝነበረ ኤልሳእ ኣገልጋሊኡ ንኪኸውን ዓዲምዎ ነበረ። |
1,463 | tg_am | ዳርጋ 3,000 ዓመት ይገብር፡ ነብዪ ኤልያስ ነቲ መንእሰይ ዝነበረ ኤልሳእ ኣገልጋሊኡ ንኪኸውን ዓዲምዎ ነበረ። | ወደ 3,000 ከሚጠጉ ዓመታት በፊት ነቢዩ ኤልያስ፣ ኤልሳዕ የተባለን አንድ ወጣት አገልጋዩ እንዲሆን ጠይቆት ነበር። |
1,464 | am_tg | ኤልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው የሚታዩ ሥራዎችን በማከናወን በዕድሜ የገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመረ። | ኤልሳእ ውዓል ሕደር ከይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ከኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ኤልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ። |
1,465 | tg_am | ኤልሳእ ውዓል ሕደር ከይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ከኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ኤልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ። | ኤልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው የሚታዩ ሥራዎችን በማከናወን በዕድሜ የገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመረ። |
1,466 | am_tg | ኤልሳዕ ለስድስት ዓመት ያህል ከሠለጠነ በኋላ ኤልያስ በእስራኤል ውስጥ የሚያከናውነው አገልግሎት ሊያበቃ እንደሆነ ተገነዘበ። | ድሕሪኡ ኤልሳእ፡ ንሽዱሽተ ዓመት ዚኸውን ስልጠና ምስ ተዋህቦ፡ እቲ ኤልያስ ዚገብሮ ዝነበረ ዕዮ ዜብቅዓሉ ግዜ ኸም ዝኣኸለ ተገንዘበ። |
1,467 | tg_am | ድሕሪኡ ኤልሳእ፡ ንሽዱሽተ ዓመት ዚኸውን ስልጠና ምስ ተዋህቦ፡ እቲ ኤልያስ ዚገብሮ ዝነበረ ዕዮ ዜብቅዓሉ ግዜ ኸም ዝኣኸለ ተገንዘበ። | ኤልሳዕ ለስድስት ዓመት ያህል ከሠለጠነ በኋላ ኤልያስ በእስራኤል ውስጥ የሚያከናውነው አገልግሎት ሊያበቃ እንደሆነ ተገነዘበ። |
1,468 | am_tg | በዚህ ወቅት ኤልያስ በደንብ የሠለጠነው አገልጋዩ እሱን መከተሉን እንዲያቆም ጠየቀው፤ ኤልሳዕ ግን ከአስተማሪው ጋር የሚችለውን ያህል ረጅም ጊዜ ለማሳለፍ ቆርጦ ነበር። | ሽዑ፡ ኤልያስ ነቲ ግቡእ ስልጠና ዝረኸበ ብጻዩ፡ ከይስዕቦ ነገሮ፣ ኤልሳእ ግና ብእተኻእለ መጠን ምስ ኣሰልጣኒኡ ኺጸንሕ ቈሪጹ ነበረ። |
1,469 | tg_am | ሽዑ፡ ኤልያስ ነቲ ግቡእ ስልጠና ዝረኸበ ብጻዩ፡ ከይስዕቦ ነገሮ፣ ኤልሳእ ግና ብእተኻእለ መጠን ምስ ኣሰልጣኒኡ ኺጸንሕ ቈሪጹ ነበረ። | በዚህ ወቅት ኤልያስ በደንብ የሠለጠነው አገልጋዩ እሱን መከተሉን እንዲያቆም ጠየቀው፤ ኤልሳዕ ግን ከአስተማሪው ጋር የሚችለውን ያህል ረጅም ጊዜ ለማሳለፍ ቆርጦ ነበር። |
1,470 | am_tg | ወጣት ወንድም ከሆንክ የኤልሳዕን ምሳሌ መከተል የምትችለው እንዴት ነው? | መንእሰይ ሓው እንተ ደኣ ዄንካ፡ ሎሚ ንኤልሳእ ክትመስሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ |
1,471 | tg_am | መንእሰይ ሓው እንተ ደኣ ዄንካ፡ ሎሚ ንኤልሳእ ክትመስሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ | ወጣት ወንድም ከሆንክ የኤልሳዕን ምሳሌ መከተል የምትችለው እንዴት ነው? |
1,472 | am_tg | ዝቅ ተደርገው የሚቆጠሩ ሥራዎችን ጨምሮ ማንኛውም ኃላፊነት ሲሰጥህ ሥራውን ለማከናወን ፈጣን እርምጃ በመውሰድ ነው። | ዝዀነ ይኹን ስራሕ፡ ዋላ እውን ትሑት ዕዮ ምስ ዚውሃበካ ብኡብኡ ተቐበሎ። |
1,473 | tg_am | ዝዀነ ይኹን ስራሕ፡ ዋላ እውን ትሑት ዕዮ ምስ ዚውሃበካ ብኡብኡ ተቐበሎ። | ዝቅ ተደርገው የሚቆጠሩ ሥራዎችን ጨምሮ ማንኛውም ኃላፊነት ሲሰጥህ ሥራውን ለማከናወን ፈጣን እርምጃ በመውሰድ ነው። |
1,474 | am_tg | አስተማሪህን እንደ ጓደኛ ተመልከተው፤ እንዲሁም አንተን ለመርዳት የሚያደርገውን ጥረት እንደምታደንቅ ንገረው። | ንኣስልጣኒኻ ኸም ዓርኪ ረኣዮ፡ ነቲ ምእንታኻ ዚገብሮ ጻዕርታት ክሳዕ ክንደይ ከም እተማስወሉ ኸኣ ግለጸሉ። |
1,475 | tg_am | ንኣስልጣኒኻ ኸም ዓርኪ ረኣዮ፡ ነቲ ምእንታኻ ዚገብሮ ጻዕርታት ክሳዕ ክንደይ ከም እተማስወሉ ኸኣ ግለጸሉ። | አስተማሪህን እንደ ጓደኛ ተመልከተው፤ እንዲሁም አንተን ለመርዳት የሚያደርገውን ጥረት እንደምታደንቅ ንገረው። |
1,476 | am_tg | ከሁሉም በላይ ደግሞ የተሰጠህን ማንኛውንም ኃላፊነት በመወጣት ረገድ ታማኝ መሆንህን አሳይ። | ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንእተዋህበካ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ብተኣማንነት ፈጽሞ። |
1,477 | tg_am | ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንእተዋህበካ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ብተኣማንነት ፈጽሞ። | ከሁሉም በላይ ደግሞ የተሰጠህን ማንኛውንም ኃላፊነት በመወጣት ረገድ ታማኝ መሆንህን አሳይ። |
1,478 | am_tg | ይህ በጣም አስፈላጊ የሆነው ለምንድን ነው? | እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ |
1,479 | tg_am | እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ | ይህ በጣም አስፈላጊ የሆነው ለምንድን ነው? |
1,480 | am_tg | ይሖዋ በጉባኤ ውስጥ ተጨማሪ ኃላፊነት እንድትቀበል የሚፈልግ መሆኑን ሽማግሌዎቹ እርግጠኞች የሚሆኑት ታማኝና እምነት የሚጣልበት ሰው መሆንህን ስታስመሠክር ነው። | ምኽንያቱ፡ እሙንን ሕድሪ እተጽንዕን ምዃንካ ምስ ኣርኣኻ ጥራይ እዮም ሽማግለታት፡ የሆዋ ኣብ ጉባኤ ተወሳኺ ሓላፍነት ኪውሃበካ ኸም ዚደሊ ኺፈልጡ ዚኽእሉ። |
1,481 | tg_am | ምኽንያቱ፡ እሙንን ሕድሪ እተጽንዕን ምዃንካ ምስ ኣርኣኻ ጥራይ እዮም ሽማግለታት፡ የሆዋ ኣብ ጉባኤ ተወሳኺ ሓላፍነት ኪውሃበካ ኸም ዚደሊ ኺፈልጡ ዚኽእሉ። | ይሖዋ በጉባኤ ውስጥ ተጨማሪ ኃላፊነት እንድትቀበል የሚፈልግ መሆኑን ሽማግሌዎቹ እርግጠኞች የሚሆኑት ታማኝና እምነት የሚጣልበት ሰው መሆንህን ስታስመሠክር ነው። |
1,482 | am_tg | አምላካችን፣ ይሖዋ ብቻ ነው፤ በመሆኑም እሱን ብቻ ልናመልክ ይገባል። | ንየሆዋ ኸም ሓደን በይኑን ኣምላኽና ጌርና ንርእዮ እንተ ዄንና፡ ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቦ ይግባእ። |
1,483 | tg_am | ንየሆዋ ኸም ሓደን በይኑን ኣምላኽና ጌርና ንርእዮ እንተ ዄንና፡ ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቦ ይግባእ። | አምላካችን፣ ይሖዋ ብቻ ነው፤ በመሆኑም እሱን ብቻ ልናመልክ ይገባል። |
1,484 | am_tg | እሱን እያመለክን ሌሎች አማልክትንም ማምለክ አሊያም ለእሱ በምናቀርበው አምልኮ ውስጥ የሐሰት ትምህርቶችንና ልማዶችን መቀላቀል አንችልም። | ንዕኡ እናኣምለኽና፡ ንኻልኦት ኣምልኽቲ ኸነምልኽ፡ ወይ ናይ ሓሶት ኣምልኾ ሓሳባትን ተግባራትን ከነተኣታቱ ኣይንኽእልን ኢና። |
1,485 | tg_am | ንዕኡ እናኣምለኽና፡ ንኻልኦት ኣምልኽቲ ኸነምልኽ፡ ወይ ናይ ሓሶት ኣምልኾ ሓሳባትን ተግባራትን ከነተኣታቱ ኣይንኽእልን ኢና። | እሱን እያመለክን ሌሎች አማልክትንም ማምለክ አሊያም ለእሱ በምናቀርበው አምልኮ ውስጥ የሐሰት ትምህርቶችንና ልማዶችን መቀላቀል አንችልም። |
1,486 | am_tg | ይሖዋን በዓለም ላይ ካሉ በርካታ አማልክት አንዱ እንደሆነ አሊያም ከሌሎች አማልክት ሁሉ የበላይና ኃያል እንደሆነ ብቻ አድርገን ልንመለከተው አይገባም። | ንየሆዋ ሓደ ኻብ ብዙሓት ኣማልኽቲ ኸም ዝዀነ እሞ፡ ካባታቶም ዝለዓለን ዝሓየለን ከም ዝዀነ ጌርና ኽንሓስቦ የብልናን። |
1,487 | tg_am | ንየሆዋ ሓደ ኻብ ብዙሓት ኣማልኽቲ ኸም ዝዀነ እሞ፡ ካባታቶም ዝለዓለን ዝሓየለን ከም ዝዀነ ጌርና ኽንሓስቦ የብልናን። | ይሖዋን በዓለም ላይ ካሉ በርካታ አማልክት አንዱ እንደሆነ አሊያም ከሌሎች አማልክት ሁሉ የበላይና ኃያል እንደሆነ ብቻ አድርገን ልንመለከተው አይገባም። |
1,488 | am_tg | ሊመለክ የሚገባው ይሖዋ ብቻ ነው። | ኪምለኽ ዘለዎ የሆዋ ጥራይ እዩ። |
1,489 | tg_am | ኪምለኽ ዘለዎ የሆዋ ጥራይ እዩ። | ሊመለክ የሚገባው ይሖዋ ብቻ ነው። |
1,490 | am_tg | ይሖዋን ብቻ ማምለክ ከፈለግን በሕይወታችን ውስጥ ለእሱ ብቻ ልንሰጠው የሚገባውን ቦታ ሌላ ነገር እንዲወስደው ሌላው ቀርቶ እንዲጋራው እንኳ ልንፈቅድ አይገባም። | ንየሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ምእንቲ ኽንህቦ፡ ኣብ ህይወትና ንየሆዋ ጥራይ ክንህቦ ዚግባእ ቦታ ንዝዀነ ይኹን ካልእ ነገር ከይንህቦ ኽንጥቀቕ ኣሎና። |
1,491 | tg_am | ንየሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ምእንቲ ኽንህቦ፡ ኣብ ህይወትና ንየሆዋ ጥራይ ክንህቦ ዚግባእ ቦታ ንዝዀነ ይኹን ካልእ ነገር ከይንህቦ ኽንጥቀቕ ኣሎና። | ይሖዋን ብቻ ማምለክ ከፈለግን በሕይወታችን ውስጥ ለእሱ ብቻ ልንሰጠው የሚገባውን ቦታ ሌላ ነገር እንዲወስደው ሌላው ቀርቶ እንዲጋራው እንኳ ልንፈቅድ አይገባም። |
1,492 | am_tg | የይሖዋን ቦታ ሊይዙብን የሚችሉት ነገሮች ምንድን ናቸው? | እዚ እንታይ እዩ ኪኸውን ዚኽእል፧ |
1,493 | tg_am | እዚ እንታይ እዩ ኪኸውን ዚኽእል፧ | የይሖዋን ቦታ ሊይዙብን የሚችሉት ነገሮች ምንድን ናቸው? |
1,494 | am_tg | ይሖዋ ለእስራኤላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ከእሱ በቀር ሌሎች አማልክትን እንዳያመልኩና ከማንኛውም ዓይነት የጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቸው ነበር። | የሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኸየምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኾ ጣኦት እውን ከይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ። |
1,495 | tg_am | የሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኸየምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኾ ጣኦት እውን ከይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ። | ይሖዋ ለእስራኤላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ከእሱ በቀር ሌሎች አማልክትን እንዳያመልኩና ከማንኛውም ዓይነት የጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቸው ነበር። |
1,496 | am_tg | በዘመናችን እንደ ጣዖት የሚመለኩ ብዙ ነገሮች አሉ፤ አንዳንድ ጊዜ ሰዎች እነዚህን ነገሮች እንደ ጣዖት እያመለኳቸው እንዳሉ እንኳ ላይገነዘቡ ይችላሉ። | ሎሚ፡ ኣምልኾ ጣኦት ብዙሕ መልክዕ እዩ ዘለዎ፣ አረ ገሊኡስ ብቐሊሉ ኸተለልዮ እኳ ኣይከኣልን እዩ። |
1,497 | tg_am | ሎሚ፡ ኣምልኾ ጣኦት ብዙሕ መልክዕ እዩ ዘለዎ፣ አረ ገሊኡስ ብቐሊሉ ኸተለልዮ እኳ ኣይከኣልን እዩ። | በዘመናችን እንደ ጣዖት የሚመለኩ ብዙ ነገሮች አሉ፤ አንዳንድ ጊዜ ሰዎች እነዚህን ነገሮች እንደ ጣዖት እያመለኳቸው እንዳሉ እንኳ ላይገነዘቡ ይችላሉ። |
1,498 | am_tg | የይሖዋ መመሪያዎች ግን አልተለወጡም፤ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው። | ግናኸ፡ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐየረን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ የሆዋ እዩ። |
1,499 | tg_am | ግናኸ፡ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐየረን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ የሆዋ እዩ። | የይሖዋ መመሪያዎች ግን አልተለወጡም፤ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.