Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,900 | am_tg | ይህ ወንድም፣ የጉባኤ አገልጋይም ሆነ ሽማግሌ ለመሆን ጥረት በሚያደርግበት ጊዜ በጉባኤ ውስጥ ተጨማሪ ኃላፊነት ለመሸከም የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ተግቶ ይሠራል። | ኣብ ክልቲኡ መዳይ ድማ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ጉባኤ ኺስከም ዜኽእሎ ብቕዓታት ኬጥሪ ብዙሕ ጻዕሪ ይገብር እዩ። |
1,901 | tg_am | ኣብ ክልቲኡ መዳይ ድማ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ጉባኤ ኺስከም ዜኽእሎ ብቕዓታት ኬጥሪ ብዙሕ ጻዕሪ ይገብር እዩ። | ይህ ወንድም፣ የጉባኤ አገልጋይም ሆነ ሽማግሌ ለመሆን ጥረት በሚያደርግበት ጊዜ በጉባኤ ውስጥ ተጨማሪ ኃላፊነት ለመሸከም የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ተግቶ ይሠራል። |
1,902 | am_tg | በተመሳሳይም አቅኚ፣ ቤቴላዊ እንዲሁም የመንግሥት አዳራሽ ግንባታ ፈቃደኛ ሠራተኛ ሆነው ማገልገል የሚፈልጉ ወንድሞችና እህቶች፣ ግባቸው ላይ ለመድረስ ከፍተኛ ጥረት ማድረጋቸው አስፈላጊ ነው። | ብተመሳሳሊ፡ ፈለምቲ፡ ቤት-ኤላውያን፡ ወይ ወለንተኛታት ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ዚደልዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ነዚ ሸቶታት እዚ ኪወቕዑ ኺመጣጠሩ ኣለዎም። |
1,903 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ ፈለምቲ፡ ቤት-ኤላውያን፡ ወይ ወለንተኛታት ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ዚደልዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ነዚ ሸቶታት እዚ ኪወቕዑ ኺመጣጠሩ ኣለዎም። | በተመሳሳይም አቅኚ፣ ቤቴላዊ እንዲሁም የመንግሥት አዳራሽ ግንባታ ፈቃደኛ ሠራተኛ ሆነው ማገልገል የሚፈልጉ ወንድሞችና እህቶች፣ ግባቸው ላይ ለመድረስ ከፍተኛ ጥረት ማድረጋቸው አስፈላጊ ነው። |
1,904 | am_tg | ይሖዋ በጸጋው ከሰጠን ግሩም በረከቶች አንዱ ልባችን ሲጨነቅ ማጽናኛ ማግኘት መቻላችን ነው። | የሆዋ ብጸጋኡ ንዝጐሃየ ልቢ ዜጸናንዕ ምዃኑ ዓብዪ በረኸት እዩ። |
1,905 | tg_am | የሆዋ ብጸጋኡ ንዝጐሃየ ልቢ ዜጸናንዕ ምዃኑ ዓብዪ በረኸት እዩ። | ይሖዋ በጸጋው ከሰጠን ግሩም በረከቶች አንዱ ልባችን ሲጨነቅ ማጽናኛ ማግኘት መቻላችን ነው። |
1,906 | am_tg | ጳውሎስ ስደት እየደረሰባቸው ለነበሩት በተሰሎንቄ የሚገኙ ክርስቲያኖች በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ጽፏል። | ጳውሎስ ነቶም መስጐጕቲ ዜሕልፉ ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት ጸሓፈሎም። |
1,907 | tg_am | ጳውሎስ ነቶም መስጐጕቲ ዜሕልፉ ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት ጸሓፈሎም። | ጳውሎስ ስደት እየደረሰባቸው ለነበሩት በተሰሎንቄ የሚገኙ ክርስቲያኖች በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ጽፏል። |
1,908 | am_tg | ይሖዋ በልግስና በሰጠን ጸጋ አማካኝነት በፍቅር እንደሚንከባከበን ማወቁ እንዴት ያበረታታል! ኃጢአተኞች በመሆናችን፣ ይሖዋ ባይረዳን ኖሮ ተስፋ አይኖረንም ነበር። | የሆዋ ብጸጋኡ ፍቕራዊ ሓልዮት ዜርእየና ምዃኑ ምፍላጥናስ ኣየ ኽንደይ ዜጸናንዕ ኰን እዩ! ሓጥኣን ስለ ዝዀንና፡ የሆዋ እንተ ዘይሕግዘና ነይሩ ተስፋ ኣይምሃለወናን። |
1,909 | tg_am | የሆዋ ብጸጋኡ ፍቕራዊ ሓልዮት ዜርእየና ምዃኑ ምፍላጥናስ ኣየ ኽንደይ ዜጸናንዕ ኰን እዩ! ሓጥኣን ስለ ዝዀንና፡ የሆዋ እንተ ዘይሕግዘና ነይሩ ተስፋ ኣይምሃለወናን። | ይሖዋ በልግስና በሰጠን ጸጋ አማካኝነት በፍቅር እንደሚንከባከበን ማወቁ እንዴት ያበረታታል! ኃጢአተኞች በመሆናችን፣ ይሖዋ ባይረዳን ኖሮ ተስፋ አይኖረንም ነበር። |
1,910 | am_tg | ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል። | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ። |
1,911 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ። | ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል። |
1,912 | am_tg | ኢየሱስ ለተከታዮቹ የአባቴ ፈቃድ ወልድን የሚያውቅና በእሱ የሚያምን ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲኖረው ነው ብሏቸዋል። | የሱስ ንሰዓብቱ፡ ንወዲ ኣለልዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለስ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህልዎ እዚ ፍቓድ ኣቦይ እዩ ኢሉ ኣተስፈዎም። |
1,913 | tg_am | የሱስ ንሰዓብቱ፡ ንወዲ ኣለልዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለስ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህልዎ እዚ ፍቓድ ኣቦይ እዩ ኢሉ ኣተስፈዎም። | ኢየሱስ ለተከታዮቹ የአባቴ ፈቃድ ወልድን የሚያውቅና በእሱ የሚያምን ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲኖረው ነው ብሏቸዋል። |
1,914 | am_tg | በእርግጥም የዘላለም ሕይወት ተስፋ፣ የአምላክ ጸጋ የተገለጸበት ግሩም ስጦታ ነው። | እወ፡ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት ውህበት ኣምላኽን ዜደንቕ መግለጺ ጸጋኡን እዩ። |
1,915 | tg_am | እወ፡ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት ውህበት ኣምላኽን ዜደንቕ መግለጺ ጸጋኡን እዩ። | በእርግጥም የዘላለም ሕይወት ተስፋ፣ የአምላክ ጸጋ የተገለጸበት ግሩም ስጦታ ነው። |
1,916 | am_tg | ለዚህ ስጦታ አድናቆት የነበረው ጳውሎስ የአምላክ ጸጋ ተገልጧልና፤ ጸጋው ለሁሉም ዓይነት ሰዎች መዳን ያስገኛል ብሏል። | ጳውሎስ ነዚ ሓቂ እዚ ተገንዚብዎን የማስወሉን ስለ ዝነበረ፡ እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ድሕነት ዜምጽእ ጸጋ ኣምላኽ ተገሊጹ ኣሎ በለ። |
1,917 | tg_am | ጳውሎስ ነዚ ሓቂ እዚ ተገንዚብዎን የማስወሉን ስለ ዝነበረ፡ እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ድሕነት ዜምጽእ ጸጋ ኣምላኽ ተገሊጹ ኣሎ በለ። | ለዚህ ስጦታ አድናቆት የነበረው ጳውሎስ የአምላክ ጸጋ ተገልጧልና፤ ጸጋው ለሁሉም ዓይነት ሰዎች መዳን ያስገኛል ብሏል። |
1,918 | am_tg | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ ነበረው፤ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካከት ማስወገድ ችሏል። | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣረኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ። |
1,919 | tg_am | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣረኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ። | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ ነበረው፤ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካከት ማስወገድ ችሏል። |
1,920 | am_tg | እኛም በተመሳሳይ ለሌሎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳለን ወይም በዘራችን የመኩራት ዝንባሌ በውስጣችን እያቆጠቆጠ እንደሆነ ካስተዋልን፣ ይህን አመለካከት ከሥሩ ነቅለን ለማስወገድ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ አለብን። | ንሕና እውን ኣሉታዊ ኣረኣእያ ኸም ዘሎና ወይ ብዓሌትና ኸም እንሕበን እንተ ተፈሊጡና፡ ካብ ልብና ንምምሓዉ ሓያል ጻዕሪ ኽንገብር ኣሎና። |
1,921 | tg_am | ንሕና እውን ኣሉታዊ ኣረኣእያ ኸም ዘሎና ወይ ብዓሌትና ኸም እንሕበን እንተ ተፈሊጡና፡ ካብ ልብና ንምምሓዉ ሓያል ጻዕሪ ኽንገብር ኣሎና። | እኛም በተመሳሳይ ለሌሎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳለን ወይም በዘራችን የመኩራት ዝንባሌ በውስጣችን እያቆጠቆጠ እንደሆነ ካስተዋልን፣ ይህን አመለካከት ከሥሩ ነቅለን ለማስወገድ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ አለብን። |
1,922 | am_tg | ሁላችንም ለመዳን የማንበቃ ሰዎች መሆናችንን እንዲሁም ዜግነታችን ምንም ይሁን ምን ፍጽምና የጎደለን ሰዎች እንደሆንን ማስታወስ ይኖርብናል። | ዋላ ሓዴና ድሕነት ከም ዘይግብኣና፡ ኵላትና ዜግነትና ብዘየገድስ ዘይፍጹማት ሰባት ምዃንና ኸነስተንትን ንኽእል ኢና። |
1,923 | tg_am | ዋላ ሓዴና ድሕነት ከም ዘይግብኣና፡ ኵላትና ዜግነትና ብዘየገድስ ዘይፍጹማት ሰባት ምዃንና ኸነስተንትን ንኽእል ኢና። | ሁላችንም ለመዳን የማንበቃ ሰዎች መሆናችንን እንዲሁም ዜግነታችን ምንም ይሁን ምን ፍጽምና የጎደለን ሰዎች እንደሆንን ማስታወስ ይኖርብናል። |
1,924 | am_tg | ታዲያ ከሌሎች እንደምንበልጥ እንዲሰማን የሚያደርግ ምን ምክንያት አለን? | እሞ ደኣ ስለምንታይ ካብ ካልኦት እንበልጽ ኰይኑ ዚስምዓና፧ |
1,925 | tg_am | እሞ ደኣ ስለምንታይ ካብ ካልኦት እንበልጽ ኰይኑ ዚስምዓና፧ | ታዲያ ከሌሎች እንደምንበልጥ እንዲሰማን የሚያደርግ ምን ምክንያት አለን? |
1,926 | am_tg | ይልቁንም ሐዋርያው ጳውሎስ የነበረው ዓይነት አመለካከት ልናዳብር ይገባል፤ ጳውሎስ እንደ እሱ ቅቡዓን የሆኑትን የእምነት ባልንጀሮቹን ከዚህ በኋላ እንግዶችና ባዕዳን አይደላችሁም፤ ከዚህ ይልቅ የአምላክ ቤተሰብ አባላት ናችሁ በማለት አሳስቧቸዋል። | ከምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣረኣእያ ኺህልወና ኣለዎ፣ ንሱ ነቶም ከምኡ ቕቡኣት ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ኣባላት ቤተ ሰብ ኣምላኽ ኢኹም እምበር፡ ኣጋይሽን ጓኖትን ኣይኰንኩምን ኢሉ ምዒድዎም ነይሩ እዩ። |
1,927 | tg_am | ከምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣረኣእያ ኺህልወና ኣለዎ፣ ንሱ ነቶም ከምኡ ቕቡኣት ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ኣባላት ቤተ ሰብ ኣምላኽ ኢኹም እምበር፡ ኣጋይሽን ጓኖትን ኣይኰንኩምን ኢሉ ምዒድዎም ነይሩ እዩ። | ይልቁንም ሐዋርያው ጳውሎስ የነበረው ዓይነት አመለካከት ልናዳብር ይገባል፤ ጳውሎስ እንደ እሱ ቅቡዓን የሆኑትን የእምነት ባልንጀሮቹን ከዚህ በኋላ እንግዶችና ባዕዳን አይደላችሁም፤ ከዚህ ይልቅ የአምላክ ቤተሰብ አባላት ናችሁ በማለት አሳስቧቸዋል። |
1,928 | am_tg | ለሌላ አገር ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳይኖረን ልባዊ ጥረት ማድረጋችን አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ይረዳናል። | ብዛዕባ እቶም ካልእ ዝዓሌቶም ዘሎና ኣሉታዊ ኣረኣእያ ንምውጋድ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ብርግጽ ሓድሽ ስብእና ንምልባስ ኪሕግዘና እዩ። |
1,929 | tg_am | ብዛዕባ እቶም ካልእ ዝዓሌቶም ዘሎና ኣሉታዊ ኣረኣእያ ንምውጋድ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ብርግጽ ሓድሽ ስብእና ንምልባስ ኪሕግዘና እዩ። | ለሌላ አገር ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ እንዳይኖረን ልባዊ ጥረት ማድረጋችን አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ይረዳናል። |
1,930 | am_tg | ይሖዋ፣ እምነታችን ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን እኛን ለመርዳት ሲል ቃሉን መጽሐፍ ቅዱስን በደግነት ሰጥቶናል። | የሆዋ፡ ድልድልቲ እምነት ምእንቲ ኽትህልወና ኢሉ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ። |
1,931 | tg_am | የሆዋ፡ ድልድልቲ እምነት ምእንቲ ኽትህልወና ኢሉ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ። | ይሖዋ፣ እምነታችን ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን እኛን ለመርዳት ሲል ቃሉን መጽሐፍ ቅዱስን በደግነት ሰጥቶናል። |
1,932 | am_tg | ደስተኛ እና ስኬታማ ለመሆን ከፈለግን የአምላክን ቃል አዘውትረን ከተቻለም በየዕለቱ ማንበብ አለብን። | ሕጉሳት ክንከውንን ኪሰልጠናን እንተ ደሊና፡ ንቓል ኣምላኽ ኣዘውቲርና፡ እንተ ተኻኢሉ ድማ በብመዓልቱ ኸነንብቦ ኣሎና። |
1,933 | tg_am | ሕጉሳት ክንከውንን ኪሰልጠናን እንተ ደሊና፡ ንቓል ኣምላኽ ኣዘውቲርና፡ እንተ ተኻኢሉ ድማ በብመዓልቱ ኸነንብቦ ኣሎና። | ደስተኛ እና ስኬታማ ለመሆን ከፈለግን የአምላክን ቃል አዘውትረን ከተቻለም በየዕለቱ ማንበብ አለብን። |
1,934 | am_tg | በተጨማሪም በቅድመ ክርስትና ዘመን እንደኖሩት የይሖዋ አገልጋዮች፣ አምላክ ቃል በገባቸው ነገሮች ላይ ማሰላሰል እንዲሁም የእሱን ትእዛዛት መጠበቅ አለብን። | ድሕሪኡ፡ ከምቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ ኣምለኽቲ የሆዋ፡ ብዛዕባ ተስፋታት የሆዋ ኣዘውቲርና ኸነስተንትንን ንስርዓታቱ ኽንእዘዞን ኣሎና። |
1,935 | tg_am | ድሕሪኡ፡ ከምቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ ኣምለኽቲ የሆዋ፡ ብዛዕባ ተስፋታት የሆዋ ኣዘውቲርና ኸነስተንትንን ንስርዓታቱ ኽንእዘዞን ኣሎና። | በተጨማሪም በቅድመ ክርስትና ዘመን እንደኖሩት የይሖዋ አገልጋዮች፣ አምላክ ቃል በገባቸው ነገሮች ላይ ማሰላሰል እንዲሁም የእሱን ትእዛዛት መጠበቅ አለብን። |
1,936 | am_tg | ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት የተትረፈረፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል። | የሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ። |
1,937 | tg_am | የሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ። | ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት የተትረፈረፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል። |
1,938 | am_tg | ይሖዋ ከሚያቀርብልን መንፈሳዊ ማዕድ የምንመገብ ከሆነ የመንግሥቱን ተስፋ በእርግጠኝነት እንደጠበቁት በጥንት ዘመን የኖሩ የእምነት ምሳሌዎች እንሆናለን። | ስለዚ፡ ነቲ ኻብቲ የሆዋ ዘዳለወልና መንፈሳዊ መሰናድዎታት እንምሃሮ ትምህርቲ ኣኽቢርና ብምርኣይ፡ ከምቶም ብዛዕባ ተስፋ መንግስቲ ኣምላኽ ርግጽ ትጽቢት ዝነበሮም ጥንቲ ዝነበሩ ኣብነታት እምነት ክንከውን ኢና። |
1,939 | tg_am | ስለዚ፡ ነቲ ኻብቲ የሆዋ ዘዳለወልና መንፈሳዊ መሰናድዎታት እንምሃሮ ትምህርቲ ኣኽቢርና ብምርኣይ፡ ከምቶም ብዛዕባ ተስፋ መንግስቲ ኣምላኽ ርግጽ ትጽቢት ዝነበሮም ጥንቲ ዝነበሩ ኣብነታት እምነት ክንከውን ኢና። | ይሖዋ ከሚያቀርብልን መንፈሳዊ ማዕድ የምንመገብ ከሆነ የመንግሥቱን ተስፋ በእርግጠኝነት እንደጠበቁት በጥንት ዘመን የኖሩ የእምነት ምሳሌዎች እንሆናለን። |
1,940 | am_tg | በቅድመ ክርስትና ዘመን የነበሩ የአምላክ ምሥክሮች እምነታቸው ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን የረዳቸው ሌላው ነገር ደግሞ ጸሎት ነው። | ጸሎት እውን ነቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ መሰኻኽር እምነቶም ኬደልድሉ ብዙሕ ሓጊዝዎም እዩ። |
1,941 | tg_am | ጸሎት እውን ነቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ መሰኻኽር እምነቶም ኬደልድሉ ብዙሕ ሓጊዝዎም እዩ። | በቅድመ ክርስትና ዘመን የነበሩ የአምላክ ምሥክሮች እምነታቸው ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን የረዳቸው ሌላው ነገር ደግሞ ጸሎት ነው። |
1,942 | am_tg | አምላክ ለጸሎታቸው የሚሰጠውን መልስ መመልከታቸው እምነታቸውን አጠናክሮታል። | ኣምላኽ ንጸሎቶም ኪምልሰሎም ከሎ፡ እምነቶም ደልዲላ እያ። |
1,943 | tg_am | ኣምላኽ ንጸሎቶም ኪምልሰሎም ከሎ፡ እምነቶም ደልዲላ እያ። | አምላክ ለጸሎታቸው የሚሰጠውን መልስ መመልከታቸው እምነታቸውን አጠናክሮታል። |
1,944 | am_tg | አንድ የደች ጋዜጣ፣ የአብያተ ክርስቲያናት መሪዎች ባደረጉት ስብሰባ ላይ የነበረውን ሁኔታ አስመልክቶ ሲዘግብ እንዲህ ብሏል፦ አየሩ ሞቃት በመሆኑ የብዙዎቹ አለባበስ በመዝናኛ ቦታ እንደሚታየው ዓይነት ነው። | ሓንቲ ኣብ ነዘርላንድስ እትሕትም ጋዜጣ ብዛዕባ ኣኼባ መራሕቲ ቤተ ክርስትያን ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ምናዳ ሃሩር ኣብ ዚዀነሉ እዋን፡ ዘይምዕሩግ ክዳውንቲ ትርኢ ኢኻ በለት። |
1,945 | tg_am | ሓንቲ ኣብ ነዘርላንድስ እትሕትም ጋዜጣ ብዛዕባ ኣኼባ መራሕቲ ቤተ ክርስትያን ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ምናዳ ሃሩር ኣብ ዚዀነሉ እዋን፡ ዘይምዕሩግ ክዳውንቲ ትርኢ ኢኻ በለት። | አንድ የደች ጋዜጣ፣ የአብያተ ክርስቲያናት መሪዎች ባደረጉት ስብሰባ ላይ የነበረውን ሁኔታ አስመልክቶ ሲዘግብ እንዲህ ብሏል፦ አየሩ ሞቃት በመሆኑ የብዙዎቹ አለባበስ በመዝናኛ ቦታ እንደሚታየው ዓይነት ነው። |
1,946 | am_tg | ጋዜጣው አክሎም እንዲህ ብሏል፦ በይሖዋ ምሥክሮች ትልቅ ስብሰባ ላይ ግን ሁኔታው ከዚህ የተለየ ነው። | ኣስዕብ ኣቢላ፡ ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ከምኡ ኣይኰነን በለት። |
1,947 | tg_am | ኣስዕብ ኣቢላ፡ ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ከምኡ ኣይኰነን በለት። | ጋዜጣው አክሎም እንዲህ ብሏል፦ በይሖዋ ምሥክሮች ትልቅ ስብሰባ ላይ ግን ሁኔታው ከዚህ የተለየ ነው። |
1,948 | am_tg | በእርግጥም የይሖዋ ምሥክሮች ልከኝነትና ጥሩ የማመዛዘን ችሎታ የሚንጸባረቅበት እንዲሁም የሚያስከብርና ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎች የሚገባ አለባበስ ስላላቸው ብዙዎች ያደንቋቸዋል። | እወ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለዎም ከም ዚግባእ ስለ ዚስለሙ፡ ብዙሕ ሳዕ ይንኣዱ እዮም። |
1,949 | tg_am | እወ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለዎም ከም ዚግባእ ስለ ዚስለሙ፡ ብዙሕ ሳዕ ይንኣዱ እዮም። | በእርግጥም የይሖዋ ምሥክሮች ልከኝነትና ጥሩ የማመዛዘን ችሎታ የሚንጸባረቅበት እንዲሁም የሚያስከብርና ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎች የሚገባ አለባበስ ስላላቸው ብዙዎች ያደንቋቸዋል። |
1,950 | am_tg | ግርጌ ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን የጻፈው ስለ ሴቶች ቢሆንም መሠረታዊ ሥርዓቱ ለክርስቲያን ወንዶችም ይሠራል። | ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ ብዛዕባ ኣንስቲ እኳ ይዛረብ እንተ ነበረ፡ እቲ መሰረታዊ ስርዓት ግና ንክርስትያን ሰብኡት እውን ዚምልከት እዩ። |
1,951 | tg_am | ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ ብዛዕባ ኣንስቲ እኳ ይዛረብ እንተ ነበረ፡ እቲ መሰረታዊ ስርዓት ግና ንክርስትያን ሰብኡት እውን ዚምልከት እዩ። | ግርጌ ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን የጻፈው ስለ ሴቶች ቢሆንም መሠረታዊ ሥርዓቱ ለክርስቲያን ወንዶችም ይሠራል። |
1,952 | am_tg | የይሖዋ ሕዝቦች እንደመሆናችን መጠን ተገቢ አለባበስ ያለን መሆኑ ትልቅ ቦታ የሚሰጠው ነገር ሲሆን የምናመልከው አምላክም ቢሆን ይህን ጉዳይ ከፍ አድርጎ ይመለከተዋል። | ንሕና ህዝቢ የሆዋ ስለ ዝዀንና፡ ግቡእ ስርዓት ኣከዳድና ንዓና ኣገዳስነት ኣለዎ፣ ነቲ እነምልኾ ኣምላኽና እውን ኣገዳስነት ኣለዎ። |
1,953 | tg_am | ንሕና ህዝቢ የሆዋ ስለ ዝዀንና፡ ግቡእ ስርዓት ኣከዳድና ንዓና ኣገዳስነት ኣለዎ፣ ነቲ እነምልኾ ኣምላኽና እውን ኣገዳስነት ኣለዎ። | የይሖዋ ሕዝቦች እንደመሆናችን መጠን ተገቢ አለባበስ ያለን መሆኑ ትልቅ ቦታ የሚሰጠው ነገር ሲሆን የምናመልከው አምላክም ቢሆን ይህን ጉዳይ ከፍ አድርጎ ይመለከተዋል። |
1,954 | am_tg | ቅዱሳን መጻሕፍት ስለ አለባበስና አጋጌጥ የያዙት ሐሳብ፣ የአጽናፈ ዓለሙ ሉዓላዊ ገዢ እውነተኛ አገልጋዮቹ በአለባበስ ረገድ የላቀ መሥፈርት እንዲከተሉ እንደሚፈልግ በግልጽ ያሳያል። | ቅዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ ኣከዳድናን ኣመለኻኽዓን ዚብሎ ነገር፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዅሉ ፍጥረት ነቶም ናይ ሓቂ ኣምለኽቱ ብዛዕባ ኣከዳድና ጽቡቕ ስርዓት ኪህልዎም ከም ዚደልዮም ብዘየማትእ መገዲ ይሕብር እዩ። |
1,955 | tg_am | ቅዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ ኣከዳድናን ኣመለኻኽዓን ዚብሎ ነገር፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዅሉ ፍጥረት ነቶም ናይ ሓቂ ኣምለኽቱ ብዛዕባ ኣከዳድና ጽቡቕ ስርዓት ኪህልዎም ከም ዚደልዮም ብዘየማትእ መገዲ ይሕብር እዩ። | ቅዱሳን መጻሕፍት ስለ አለባበስና አጋጌጥ የያዙት ሐሳብ፣ የአጽናፈ ዓለሙ ሉዓላዊ ገዢ እውነተኛ አገልጋዮቹ በአለባበስ ረገድ የላቀ መሥፈርት እንዲከተሉ እንደሚፈልግ በግልጽ ያሳያል። |
1,956 | am_tg | በመሆኑም ከአለባበስና ከአጋጌጥ ጋር በተያያዘ የምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን የሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል። | ስለዚ፡ ኣብ ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እንታይ ባህ ከም ዜብሎ ኣብ ግምት ከነእቱ ኣሎና። |
1,957 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብ ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እንታይ ባህ ከም ዜብሎ ኣብ ግምት ከነእቱ ኣሎና። | በመሆኑም ከአለባበስና ከአጋጌጥ ጋር በተያያዘ የምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን የሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል። |
1,958 | am_tg | አንዳንዶች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለሰፈሩት ትንቢቶች ወይም መጽሐፍ ቅዱስ ከታሪክ፣ ከአርኪኦሎጂና ከሳይንስ አንጻር ትክክል ስለመሆኑ ለማጥናት ግብ አውጥተዋል። | ገሊኦም ብዛዕባ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ እዮም፣ ወይ ከኣ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ዛንታታት ምስ ታሪኽን ስነ ጥንትን ስነ ፍልጠትን ብምንጽጻር ብዛዕባ ልክዕነቱ የጽንዑ እዮም። |
1,959 | tg_am | ገሊኦም ብዛዕባ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ እዮም፣ ወይ ከኣ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ዛንታታት ምስ ታሪኽን ስነ ጥንትን ስነ ፍልጠትን ብምንጽጻር ብዛዕባ ልክዕነቱ የጽንዑ እዮም። | አንዳንዶች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለሰፈሩት ትንቢቶች ወይም መጽሐፍ ቅዱስ ከታሪክ፣ ከአርኪኦሎጂና ከሳይንስ አንጻር ትክክል ስለመሆኑ ለማጥናት ግብ አውጥተዋል። |
1,960 | am_tg | ምርምር ልታደርጉባቸው ከምትችሏቸው ትኩረት የሚስቡ ትንቢቶች አንዱ ላይ ይገኛል። | ንኣብነት፡ ኣብ ሓደ ማራኺ ትንቢት ኣሎ። |
1,961 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ሓደ ማራኺ ትንቢት ኣሎ። | ምርምር ልታደርጉባቸው ከምትችሏቸው ትኩረት የሚስቡ ትንቢቶች አንዱ ላይ ይገኛል። |
1,962 | am_tg | ይህ ጥቅስ የመጽሐፍ ቅዱስ ዋና ጭብጥ ምን እንደሆነ ይኸውም በአምላክ መንግሥት አማካኝነት የይሖዋ አገዛዝ ትክክለኛነት እንደሚረጋገጥና ስሙ እንደሚቀደስ ይጠቁመናል። | እታ ፍቕዲ እቲኣ፡ ቀንዲ ፍረ ነገር መጽሓፍ ቅዱስ ሒዛ ኣላ፣ እዚ ድማ ልዑላውነት ኣምላኽ ቅኑዕ ምዃኑ ኸም ዚረጋገጽን ብመንግስቲ ኣምላኽ ኣቢሉ ስሙ ኸም ዚቕደስን እዩ። |
1,963 | tg_am | እታ ፍቕዲ እቲኣ፡ ቀንዲ ፍረ ነገር መጽሓፍ ቅዱስ ሒዛ ኣላ፣ እዚ ድማ ልዑላውነት ኣምላኽ ቅኑዕ ምዃኑ ኸም ዚረጋገጽን ብመንግስቲ ኣምላኽ ኣቢሉ ስሙ ኸም ዚቕደስን እዩ። | ይህ ጥቅስ የመጽሐፍ ቅዱስ ዋና ጭብጥ ምን እንደሆነ ይኸውም በአምላክ መንግሥት አማካኝነት የይሖዋ አገዛዝ ትክክለኛነት እንደሚረጋገጥና ስሙ እንደሚቀደስ ይጠቁመናል። |
1,964 | am_tg | በምሳሌያዊ አነጋገር የተቀመጠው ይህ ጥቅስ፣ ከኤደን ጀምሮ በሰው ልጆች ላይ የደረሱትን መከራዎች በሙሉ ይሖዋ እንዴት እንደሚያስወግድ ይገልጻል። | ኣብታ ሓንቲ ፍቕዲ እቲኣ ጥራይ፡ የሆዋ ንዅሉ እቲ ደቂ ሰብ ካብ ኤደን ኣትሒዙ ዝወረዶም መከራ ብኸመይ ከም ዚፈትሖ ብስእላዊ ቓላት ተገሊጹ ኣሎ። |
1,965 | tg_am | ኣብታ ሓንቲ ፍቕዲ እቲኣ ጥራይ፡ የሆዋ ንዅሉ እቲ ደቂ ሰብ ካብ ኤደን ኣትሒዙ ዝወረዶም መከራ ብኸመይ ከም ዚፈትሖ ብስእላዊ ቓላት ተገሊጹ ኣሎ። | በምሳሌያዊ አነጋገር የተቀመጠው ይህ ጥቅስ፣ ከኤደን ጀምሮ በሰው ልጆች ላይ የደረሱትን መከራዎች በሙሉ ይሖዋ እንዴት እንደሚያስወግድ ይገልጻል። |
1,966 | am_tg | ታዲያ ላይ ምርምር ማድረግ የምትችሉት እንዴት ነው? | እሞ ደኣ ብኸመይ ከተጽንዓ ትኽእል፧ |
1,967 | tg_am | እሞ ደኣ ብኸመይ ከተጽንዓ ትኽእል፧ | ታዲያ ላይ ምርምር ማድረግ የምትችሉት እንዴት ነው? |
1,968 | am_tg | ይህን ማድረግ የምትችሉበት አንዱ መንገድ ክንውኖቹን በዘመን ቅደም ተከተል ማስፈር ሊሆን ይችላል። | ሓደ መገዲ፡ ሰሌዳ ግዜ ምድላው እዩ። |
1,969 | tg_am | ሓደ መገዲ፡ ሰሌዳ ግዜ ምድላው እዩ። | ይህን ማድረግ የምትችሉበት አንዱ መንገድ ክንውኖቹን በዘመን ቅደም ተከተል ማስፈር ሊሆን ይችላል። |
1,970 | am_tg | አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ከተገለጸው ዝግጅትና ከተጠቀሱት ግለሰቦች ጋር የተያያዙ እውነታዎችን ቀስ በቀስ እንዴት እንደገለጠ የሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዴት እንደሚፈጸም የሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶችን በቅደም ተከተል ማስፈር ትችላላችሁ። | ኣምላኽ ከመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ከም ዝገለጸሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ከም እተፈጸመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር። |
1,971 | tg_am | ኣምላኽ ከመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ከም ዝገለጸሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ከም እተፈጸመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር። | አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ከተገለጸው ዝግጅትና ከተጠቀሱት ግለሰቦች ጋር የተያያዙ እውነታዎችን ቀስ በቀስ እንዴት እንደገለጠ የሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዴት እንደሚፈጸም የሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶችን በቅደም ተከተል ማስፈር ትችላላችሁ። |
1,972 | am_tg | ከዚያም ጥቅሶቹን አንድ ላይ ስትመለከቷቸው እርስ በርሱ የሚስማማ መልእክት እንደሚያስተላልፉ ታስተውላላችሁ፤ ይህን ስታዩ ደግሞ የመጽሐፍ ቅዱስ ነቢያትና ጸሐፊዎች ሐሳቡን ያሰፈሩት በመንፈስ ቅዱስ ተገፋፍተው እንደሆነ መገንዘባችሁ አይቀርም። | ኣብ መንጎ እቲ ጥቕስታት ዘሎ ስኒት ምስ ረኣኻ፡ ነብያትን ጸሓፍት መጽሓፍ ቅዱስን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም ከም ዝጸሓፉ ኽትድምድም ኢኻ። |
1,973 | tg_am | ኣብ መንጎ እቲ ጥቕስታት ዘሎ ስኒት ምስ ረኣኻ፡ ነብያትን ጸሓፍት መጽሓፍ ቅዱስን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም ከም ዝጸሓፉ ኽትድምድም ኢኻ። | ከዚያም ጥቅሶቹን አንድ ላይ ስትመለከቷቸው እርስ በርሱ የሚስማማ መልእክት እንደሚያስተላልፉ ታስተውላላችሁ፤ ይህን ስታዩ ደግሞ የመጽሐፍ ቅዱስ ነቢያትና ጸሐፊዎች ሐሳቡን ያሰፈሩት በመንፈስ ቅዱስ ተገፋፍተው እንደሆነ መገንዘባችሁ አይቀርም። |
1,974 | am_tg | ጳውሎስ በጻፋቸው ደብዳቤዎች ላይ ለእምነት ባልንጀሮቹ ያለውን አድናቆት ገልጿል። | ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ክርስትያን ብጾቱ ጽቡቕ ተዛሪቡ እዩ። |
1,975 | tg_am | ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ክርስትያን ብጾቱ ጽቡቕ ተዛሪቡ እዩ። | ጳውሎስ በጻፋቸው ደብዳቤዎች ላይ ለእምነት ባልንጀሮቹ ያለውን አድናቆት ገልጿል። |
1,976 | am_tg | ከአንዳንዶቹ ጋር ለዓመታት አብሮ ስለተጓዘ ያሉባቸውን ድክመቶች እንደሚያውቅ ጥርጥር የለውም፤ ያም ቢሆን ስለ እነሱ መልካም ነገር ተናግሯል። | ምስ ገሊኣቶም ንሓያሎ ዓመታት ስለ እተጓዕዘ፡ ድኽመታቶም ይፈልጥ ከም ዝነበረ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባኦም ጽቡቕ እዩ ተዛሪቡ። |
1,977 | tg_am | ምስ ገሊኣቶም ንሓያሎ ዓመታት ስለ እተጓዕዘ፡ ድኽመታቶም ይፈልጥ ከም ዝነበረ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባኦም ጽቡቕ እዩ ተዛሪቡ። | ከአንዳንዶቹ ጋር ለዓመታት አብሮ ስለተጓዘ ያሉባቸውን ድክመቶች እንደሚያውቅ ጥርጥር የለውም፤ ያም ቢሆን ስለ እነሱ መልካም ነገር ተናግሯል። |
1,978 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ ጳውሎስ ስለ ጢሞቴዎስ ሲናገር በጌታ ልጄ የሆነው የምወደውና ታማኝ የሆነው በማለት ገልጾታል፤ በተጨማሪም ጳውሎስ፣ ጢሞቴዎስ ለሌሎች ክርስቲያኖች ከልቡ እንደሚያስብ ተናግሯል። | ንኣብነት፡ ጳውሎስ ብዛዕባ ጢሞቴዎስ ኪገልጽ ከሎ፡ ፍቑረይን እሙን ውሉደይን ኢልዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ኻልኦት ክርስትያናት ናይ ሓቂ ኸም ዚሓሊ እውን ገሊጹ ኣሎ። |
1,979 | tg_am | ንኣብነት፡ ጳውሎስ ብዛዕባ ጢሞቴዎስ ኪገልጽ ከሎ፡ ፍቑረይን እሙን ውሉደይን ኢልዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ኻልኦት ክርስትያናት ናይ ሓቂ ኸም ዚሓሊ እውን ገሊጹ ኣሎ። | ለምሳሌ ያህል፣ ጳውሎስ ስለ ጢሞቴዎስ ሲናገር በጌታ ልጄ የሆነው የምወደውና ታማኝ የሆነው በማለት ገልጾታል፤ በተጨማሪም ጳውሎስ፣ ጢሞቴዎስ ለሌሎች ክርስቲያኖች ከልቡ እንደሚያስብ ተናግሯል። |
1,980 | am_tg | ሐዋርያው ስለ ቲቶ ለቆሮንቶስ ጉባኤ ሲጽፍ ደግሞ ለእናንተ ጥቅም አብሮኝ የሚሠራ ባልደረባዬ በማለት ለእሱ ያለውን አድናቆት ገልጿል። | ንጉባኤ ቈረንቶስ ብዛዕባ ቲቶስ ኪገልጸላ ኸሎ ከኣ፡ ንሱ ብጻየይን ንጥቕምኹም መዓይይተይን እዩ ብምባል ንኢድዎ ኣሎ። |
1,981 | tg_am | ንጉባኤ ቈረንቶስ ብዛዕባ ቲቶስ ኪገልጸላ ኸሎ ከኣ፡ ንሱ ብጻየይን ንጥቕምኹም መዓይይተይን እዩ ብምባል ንኢድዎ ኣሎ። | ሐዋርያው ስለ ቲቶ ለቆሮንቶስ ጉባኤ ሲጽፍ ደግሞ ለእናንተ ጥቅም አብሮኝ የሚሠራ ባልደረባዬ በማለት ለእሱ ያለውን አድናቆት ገልጿል። |
1,982 | am_tg | ጢሞቴዎስና ቲቶ፣ ጳውሎስ ለእነሱ ያለውን አመለካከት ሲያውቁ ምንኛ ተበረታተው ይሆን! ጳውሎስና በርናባስ፣ ሕይወታቸውን አደጋ ላይ በመጣል ከዚያ ቀደም ጥቃት ተሰንዝሮባቸው ወደነበሩ ቦታዎች ተመልሰው ሄደዋል። | ጢሞቴዎስን ቲቶስን፡ ጳውሎስ ብዛዕባኦም እንታይ ከም ዚሓስብ ምስ ፈለጡስ ክሳዕ ክንደይ ኰን ተተባቢዖም ይዀኑ! ጳውሎስን በርናባስን ናብቲ ብግፍዒ መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝነበረ ቦታ ተመሊሶም ብምኻድ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኣእትዮምዋ እዮም። |
1,983 | tg_am | ጢሞቴዎስን ቲቶስን፡ ጳውሎስ ብዛዕባኦም እንታይ ከም ዚሓስብ ምስ ፈለጡስ ክሳዕ ክንደይ ኰን ተተባቢዖም ይዀኑ! ጳውሎስን በርናባስን ናብቲ ብግፍዒ መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝነበረ ቦታ ተመሊሶም ብምኻድ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኣእትዮምዋ እዮም። | ጢሞቴዎስና ቲቶ፣ ጳውሎስ ለእነሱ ያለውን አመለካከት ሲያውቁ ምንኛ ተበረታተው ይሆን! ጳውሎስና በርናባስ፣ ሕይወታቸውን አደጋ ላይ በመጣል ከዚያ ቀደም ጥቃት ተሰንዝሮባቸው ወደነበሩ ቦታዎች ተመልሰው ሄደዋል። |
1,984 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ በልስጥራ ከባድ ተቃውሞ አጋጥሟቸው የነበረ ቢሆንም ወደዚያ ተመልሰው በመሄድ አዳዲስ ደቀ መዛሙርትን በእምነት ጸንተው እንዲኖሩ አበረታተዋል። | ንኣብነት፡ ኣብ ልስጥራ ኸቢድ ምጽራር እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ነቶም ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣብ እምነት ኪጸንዑ ምእንቲ ኼተባብዕዎም ናብኡ ተመሊሶም ከይዶም እዮም። |
1,985 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ልስጥራ ኸቢድ ምጽራር እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ነቶም ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣብ እምነት ኪጸንዑ ምእንቲ ኼተባብዕዎም ናብኡ ተመሊሶም ከይዶም እዮም። | ለምሳሌ ያህል፣ በልስጥራ ከባድ ተቃውሞ አጋጥሟቸው የነበረ ቢሆንም ወደዚያ ተመልሰው በመሄድ አዳዲስ ደቀ መዛሙርትን በእምነት ጸንተው እንዲኖሩ አበረታተዋል። |
1,986 | am_tg | ጳውሎስ በኤፌሶን በቁጣ የተሞሉ ሰዎች ከተነሱበት በኋላ በዚያ የነበሩትን ደቀ መዛሙርት አበረታቷቸዋል። | ጳውሎስ ድሕሪ እቲ ኣብ ኤፌሶን ዘጋጠሞ ናዕቢ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣተባቢዕዎም እዩ። |
1,987 | tg_am | ጳውሎስ ድሕሪ እቲ ኣብ ኤፌሶን ዘጋጠሞ ናዕቢ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣተባቢዕዎም እዩ። | ጳውሎስ በኤፌሶን በቁጣ የተሞሉ ሰዎች ከተነሱበት በኋላ በዚያ የነበሩትን ደቀ መዛሙርት አበረታቷቸዋል። |
1,988 | am_tg | ኢየሱስ ከአባቱ ጋር አብሮ በደስታ ይሠራ የነበረ ሲሆን ባከናወነው ነገር እንዲሁም ይሖዋ በእሱ ደስ እንደሚሰኝ በማወቁ ሐሴት ያደርግ ነበር። | የሱስ ብሓጐስ ኣብ ጐድኒ ኣቦኡ ዀይኑ ዓይዩ እዩ፣ እቲ ዝዓየዮ ዕዮን ንየሆዋ ኸም ዜሐጕሶ ምፍላጡን ከኣ እዩ ኣሐጒስዎ። |
1,989 | tg_am | የሱስ ብሓጐስ ኣብ ጐድኒ ኣቦኡ ዀይኑ ዓይዩ እዩ፣ እቲ ዝዓየዮ ዕዮን ንየሆዋ ኸም ዜሐጕሶ ምፍላጡን ከኣ እዩ ኣሐጒስዎ። | ኢየሱስ ከአባቱ ጋር አብሮ በደስታ ይሠራ የነበረ ሲሆን ባከናወነው ነገር እንዲሁም ይሖዋ በእሱ ደስ እንደሚሰኝ በማወቁ ሐሴት ያደርግ ነበር። |
1,990 | am_tg | ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል? | ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧ |
1,991 | tg_am | ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧ | ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል? |
1,992 | am_tg | ኢየሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል። | የሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ከም ዘሎ ገሊጹ እዩ። |
1,993 | tg_am | የሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ከም ዘሎ ገሊጹ እዩ። | ኢየሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል። |
1,994 | am_tg | እውነትን ማግኘታችን አስደስቶናል፤ እውነትን ለሌሎች ማካፈላችንም ደስታ ያስገኝልናል። | ሓቂ ምቕባልና ሓጐስ ኣምጺኡሉና እዩ፣ ሓቂ ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና እውን ሓጐስ የምጽኣልና እዩ። |
1,995 | tg_am | ሓቂ ምቕባልና ሓጐስ ኣምጺኡሉና እዩ፣ ሓቂ ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና እውን ሓጐስ የምጽኣልና እዩ። | እውነትን ማግኘታችን አስደስቶናል፤ እውነትን ለሌሎች ማካፈላችንም ደስታ ያስገኝልናል። |
1,996 | am_tg | የመጽሐፍ ቅዱስን እውነቶች የምንነግራቸው በመንፈሳዊ የተራቡ ሰዎች፣ ስለ አምላካችን ሲያውቁና በቃሉ ውስጥ የሰፈሩትን ውድ እውነቶች ሲገነዘቡ ልባቸው በደስታ ይሞላል። | ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ ሰባት ንኣምላኽናን ነቲ ኣብ ቃሉ ዚርከብ ክቡር ሓቅታትን ኪርድእዎን ኬማስዉሉን ስለ ዚጅምሩ፡ ደስ ይብለና እዩ። |
1,997 | tg_am | ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ ሰባት ንኣምላኽናን ነቲ ኣብ ቃሉ ዚርከብ ክቡር ሓቅታትን ኪርድእዎን ኬማስዉሉን ስለ ዚጅምሩ፡ ደስ ይብለና እዩ። | የመጽሐፍ ቅዱስን እውነቶች የምንነግራቸው በመንፈሳዊ የተራቡ ሰዎች፣ ስለ አምላካችን ሲያውቁና በቃሉ ውስጥ የሰፈሩትን ውድ እውነቶች ሲገነዘቡ ልባቸው በደስታ ይሞላል። |
1,998 | am_tg | እኛም እነዚህ ሰዎች በአስተሳሰባቸው ብቻ ሳይሆን በሕይወታቸው ውስጥም ለውጦች ሲያደርጉ ስንመለከት ልባችን ሐሴት ያደርጋል። | ኣብ ኣተሓሳስባኦም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ መገዲ ህይወቶም እውን ለውጥታት ኪገብሩ ምርኣይና ንልብና ይትንክዮ እዩ። |
1,999 | tg_am | ኣብ ኣተሓሳስባኦም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ መገዲ ህይወቶም እውን ለውጥታት ኪገብሩ ምርኣይና ንልብና ይትንክዮ እዩ። | እኛም እነዚህ ሰዎች በአስተሳሰባቸው ብቻ ሳይሆን በሕይወታቸው ውስጥም ለውጦች ሲያደርጉ ስንመለከት ልባችን ሐሴት ያደርጋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.