Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,800
am_tg
እንዲህ ዓይነቱ ምርጫ ግን ውጤቱ አስከፊ ነው።
እዚ ድማ ምርጫ እዩ፣ እሞ ኸኣ፡ ሕማቕ ሳዕቤን ኪህልዎ ዚኽእል ምርጫ።
1,801
tg_am

1,802
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ፣ ሌሎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን መፍቀድ ያለውን አደጋ በተመለከተ በገላትያ ለነበሩት ክርስቲያኖች ግልጽ የሆነ ማሳሰቢያ ሰጥቷቸዋል።
ሃዋርያ ጳውሎስ ንሰብ ገላትያ፡ ኣብ ብሕታዊ ጕዳያቶም ካልኦት ኪውስኑሎም ምፍቃዶም ብዛዕባ ዘለዎ ሓደጋ ኣጠንቂቕዎም እዩ።
1,803

1,804
am_tg
በጉባኤ ውስጥ የነበሩ አንዳንዶች ለሌሎች ውሳኔ ማድረግ ይፈልጉ ነበር።
ኣብታ ጉባኤ ዝነበሩ ገሊኦም ንኻልኦት ካብ ሃዋርያት ኪንጽልዎም ኢሎም ኣብ ብሕታዊ ጕዳያቶም ኪውስኑሎም ደልዮም ነበሩ።
1,805

1,806
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ፣ አንድ ሰው በዓለም ውስጥ ያሉትን ነገሮች የሚወድ ከሆነ ይኸውም የሥጋ ምኞትና የዓይን አምሮት ካለው እንዲሁም ኑሮዬ ይታይልኝ የሚል ከሆነ የአብ ፍቅር በውስጡ የለም ሲል ተናግሯል።
ሃዋርያ ዮሃንስ ዝዀነ ይኹን ሰብ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ ትምኒት ስጋን ትምኒት ኣዒንትን መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባልን ኪፈቱ እንተ ጀሚሩ፡ ፍቕሪ ኣቦ ኣብኡ የላን ብምባል ኣጠንቂቑ ኣሎ።
1,807

1,808
am_tg
በመሆኑም በዓለም ላይ ያለው መዝናኛና አለባበስ እንዲሁም ዓለማዊ ጓደኞች ልባችንን እየማረኩት መሆን አለመሆኑን ለማረጋገጥ አዘውትረን ራሳችንን መመርመር ይኖርብናል።
እዚ ኺብሃል ከሎ፡ ልብና ብዓለማዊ መዘናግዒታት፡ ብምሕዝነት፡ ብቕዲ ኽዳውንትን ኣመለኻኽዓን ምእንቲ ኸይሰድዕ፡ ወትሩ ኽንምርምሮ ኼድልየና እዩ።
1,809

1,810
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ ከፍተኛ ትምህርት በመከታተል ታላላቅ ነገሮችን ለማግኘት የምንጥር ከሆነ ዓለምን እንደምንወድ የሚያሳይ ሊሆን ይችላል።
ወይ ከኣ፡ ንዓለም ምፍታው ኪብሃል ከሎ፡ ዝለዓለ ትምህርቲ ብምክትታልን ብኻልእ መገድን ዓበይቲ ነገራት ክትረክብ ምጽዓር እውን ኬጠቓልል ይኽእል እዩ።
1,811

1,812
am_tg
አምላክ ቃል በገባልን አዲስ ዓለም ደፍ ላይ ነን።
ኣብ ድርኵዂት እታ ኣምላኽ ዘተስፈወና ሓዳስ ዓለም ኢና እንርከብ ዘለና።
1,813

1,814
am_tg
እንግዲያው ሙሴ ላይ የሰጠውን ጠንከር ያለ ምክር ማስታወሳችን በጣም አስፈላጊ ነው! አምላካችን ይሖዋ አንድ ይሖዋ መሆኑን ከተገነዘብንና ከልባችን ካመንን እሱን ብቻ እናመልከዋለን፤ እንዲሁም ተቀባይነት ባለው መንገድ እናገለግለዋለን።
ስለዚ፡ ነቲ ሙሴ ኣብ እተዛረቦ ሓያል ቃላት ወትሩ ኽንዝክሮስ ኣየ ኽንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ነቲ፡ የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ ዚብል ሓሳባት ብንጹር እንተ ተረዲእናዮን ብሓቂ እንተ ኣሚንናሉን፡ ንየሆዋ ኸምቲ ዚደልዮ ጌርና ብምግልጋል ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቦ ዚከኣለና ኽንገብር ኢና።
1,815

1,816
am_tg
ማግባት የሚፈልጉ ክርስቲያኖች ጓደኝነትን በተመለከተ ይበልጥ ጥንቃቄ ማድረግ አለባቸው።
ብፍላይ እቶም ኪምርዓዉ ዚደልዩ ንጽል ክርስትያናት፡ ብዛዕባ እቲ ዚምስርትዎ ዕርክነት ኪጥንቀቑ ኣገዳሲ እዩ።
1,817

1,818
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ፣ የትዳር ጓደኛ የሚፈልጉ የአምላክ አገልጋዮች በጌታ ብቻ እንዲያገቡ ይኸውም ራሱን ወስኖ የተጠመቀና በመጽሐፍ ቅዱስ መሥፈርቶች የሚመራ የይሖዋ አገልጋይ ብቻ እንዲያገቡ ይመክራል።
መጽሓፍ ቅዱስ ነቶም መጻምድቲ ዚደልዩ ዘለዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ብጐይታ ጥራይ ኪምርዓዉ፡ ማለት ርእሱ ወፍዩ እተጠምቀን ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ትምህርትታት ተሰማሚዑ ዚነብርን ኣገልጋሊ የሆዋ ኺምርዓዉ እዩ ዚመኽሮም።
1,819

1,820
am_tg
ክርስቲያኖች ከእምነት ባልንጀራቸው ጋር በትዳር ሲጣመሩ፣ ራሱን ለይሖዋ የወሰነና ንጹሕ አቋማቸውን ጠብቀው እንዲመላለሱ የሚያግዛቸው አጋር ያገኛሉ።
ክርስትያናት ምስ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይ እንተ ተመርዕዮም፡ ርእሱ ንየሆዋ ዝወፈየን ንጽህናኦም ምእንቲ ኺሕልዉ ኺሕግዞም ዚኽእልን መጻምድቲ እዮም ዚረኽቡ።
1,821

1,822
am_tg
ይሖዋ ለአገልጋዮቹ የተሻለው ነገር ምን እንደሆነ ያውቃል፤ በተጨማሪም ጋብቻን በተመለከተ ያለው አመለካከት ምንጊዜም አይለወጥም።
የሆዋ፡ ንኣገልገልቱ ዚጠቕሞም እንታይ ምዃኑ ይፈልጥ እዩ፣ እቲ ንሓዳር ብዚምልከት ዘለዎ ኣረኣእያ ድማ ሓድሽ ኣይኰነን።
1,823

1,824
am_tg
በሙሴ አማካኝነት ለእስራኤላውያን የሰጠውን የማያሻማ መመሪያ እንመልከት።
ነቲ ብሙሴ ኣቢሉ ንእስራኤላውያን ሂብዎም ዝነበረ ንጹር ትእዛዝ እስከ ንርአ።
1,825

1,826
am_tg
እስራኤላውያን፣ በዙሪያቸው ያሉ ሕዝቦችን ይኸውም ይሖዋን የማያገለግሉ ሰዎችን በተመለከተ የሚከተለው መመሪያ ተሰጥቷቸው ነበር፦ ከእነሱ ጋር በጋብቻ አትዛመድ።
እስራኤላውያን ምስቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነበሩ ንየሆዋ ዘየገልግሉ ሰባት ብዚተሓሓዝ፡ ኣይትዋሰቦም።
1,827

1,828
am_tg
ምክንያቱም ልጆችህ ሌሎች አማልክትን ያገለግሉ ዘንድ እኔን ከመከተል ዞር እንዲሉ ያደርጓቸዋል።
ከመይሲ፡ ንደቅኻ፡ ካልኦት ኣማልኽቲ ምእንቲ ኼገልግሉ፡ ካብ ምስዓበይ ኪመልስዎም እዮም ዚብል መምርሒ ተዋሂብዎም ነበረ።
1,829

1,830
am_tg
ሕሊናችንን ማሠልጠን የምንችለው እንዴት ነው?
ከመይ ጌርና ኢና ንሕልናና ኸነሰልጥኖ እንኽእል፧
1,831
tg_am
ከመይ ጌርና ኢና ንሕልናና ኸነሰልጥኖ እንኽእል፧
ሕሊናችንን ማሠልጠን የምንችለው እንዴት ነው?
1,832
am_tg
ዘወትር መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናት፣ ባነበብነው ነገር ላይ ማሰላሰልና ያገኘነውን እውቀት በሥራ ላይ ማዋል ይህን ለማድረግ የሚያስችሉን ቁልፍ ነገሮች ናቸው።
ብጸሎት ዚግበር ስሩዕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ እቲ ዘንበብናዮ ምስትንታን፡ ድሕሪኡ ድማ ነቲ እተመሃርናዮ ኣብ ግብሪ ምውዓል፡ ንሕልናና ንምስልጣን ዜኽልእ ወሳኒ መገድታት እዩ።
1,833

1,834
am_tg
ይህ ሲባል ግን መረጃዎችን መሰብሰብና ደንቦችን ማጥናት ማለት ብቻ አይደለም።
እዚ ኸኣ ሓቅታትን ሕግታትን ምፍላጥ የጠቓልል እዩ።
1,835

1,836
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናታችን ስለ ይሖዋ፣ ስለ ማንነቱ፣ ስለ ባሕርያቱ እንዲሁም ስለሚወዳቸውና ስለሚጠላቸው ነገሮች ያለን ግንዛቤ ከዕለት ወደ ዕለት እያደገ እንዲሄድ ሊረዳን ይገባል።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እንገብሮ መጽናዕቲ፡ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ ባህርያቱን ብዛዕባ እቲ ንሱ ዚፈትዎን ዚጸልኦን ነገራት በብግዜኡ እናነጸረ ዚኸይድ ስእሊ ኺህበና ኣለዎ።
1,837

1,838
am_tg
እንዲህ ከሆነ ሕሊናችን ይሖዋ አምላክ ካወጣቸው መሥፈርቶች ጋር የሚስማማ ይሆናል።
በዚ ኸምዚ፡ ሕልናና ምስ መገድታት የሆዋ ኣምላኽ እናተሰማምዐ ይኸይድ።
1,839

1,840
am_tg
ይህ ደግሞ ይበልጥ እሱን እየመሰልን እንድንሄድ ያነሳሳናል።
እዚ ድማ ንዕኡ ብዝያዳ ምእንቲ ኽንመስሎ፡ ንልብና ኼለዓዕሎ ይግባእ።
1,841

1,842
am_tg
ይሁንና አንድ የእምነት ባልንጀራችን በሕሊናው ተመርቶ ያደረገው የግል ውሳኔ ባይገባን ቸኩለን በእሱ ላይ መፍረድም ሆነ አስተሳሰቡን እንዲለውጥ መጫን አይገባንም።
ሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይና ኣብ ገሊኡ ጕዳይ ብሕልናኡ ተደሪኹ ዝገበሮ ውሳነ ኺርድኣና እንተ ዘይክኢሉ፡ ቀልጢፍና ኽንፈርዶ ወይ ሓሳቡ ኪቕይር ጸቕጢ ኽንገብረሉ ኣይግባእን።
1,843

1,844
am_tg
ምናልባት ሕሊናው አሁንም ደካማ ሊሆንና ተጨማሪ ሥልጠና ሊያስፈልገው ይችላል፤ አሊያም በአንዳንድ ጉዳዮች ላይ በጣም ጥብቅ ሊሆን ይችላል።
ምናልባት ሕልናኡ ገና ድኹም ስለ ዝዀነ፡ ዝያዳ ስልጠና የድልዮ ይኸውን፡ ወይ እውን ኣብ ገሊኡ ጕዳያት ተነቃፊ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
1,845

1,846
am_tg
እያንዳንዱ ግለሰብ ፈተና ውስጥ መግባት አለመግባቱ በራሱ ላይ የተመካ ነው።
ነፍሲ ወከፍ ሰብ፡ ብፈተና ናይ ምውዳቕ ወይ ከኣ ካብቲ ፈተና ናይ ምርሓቕ ምርጫ ኣለዎ።
1,847

1,848
am_tg
ኢየሱስ፣ ሰይጣን ያቀረበለትን እያንዳንዱን ፈተና ከአምላክ ቃል ውስጥ ተስማሚ ጥቅስ በመጥቀስ ወዲያውኑ ተቃውሟል።
የሱስ ካብ ቃል ኣምላኽ ብምጥቃስ ንነፍሲ ወከፍ ካብ ድያብሎስ ዝመጸ ፈተና ብኡብኡ ነጸጎ።
1,849

1,850
am_tg
በዚህ መንገድ ኢየሱስ የአምላክን ሉዓላዊነት ደግፏል።
በዚ ኸምዚ ድማ ንልዑላውነት ኣምላኽ ደገፈ።
1,851
tg_am
በዚ ኸምዚ ድማ ንልዑላውነት ኣምላኽ ደገፈ።
በዚህ መንገድ ኢየሱስ የአምላክን ሉዓላዊነት ደግፏል።
1,852
am_tg
ሰይጣን ግን ተስፋ አልቆረጠም።
ሰይጣን ግና ተስፋ ኣይቈረጸን።
1,853
tg_am
ሰይጣን ግና ተስፋ ኣይቈረጸን።
ሰይጣን ግን ተስፋ አልቆረጠም።
1,854
am_tg
ሌላ አመቺ ጊዜ እስኪያገኝ ድረስ ጠበቀ።
ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ ተጸበየ።
1,855
tg_am
ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ ተጸበየ።
ሌላ አመቺ ጊዜ እስኪያገኝ ድረስ ጠበቀ።
1,856
am_tg
ኢየሱስም ቢሆን ንጹሕ አቋሙን እንዲያጎድፍ ሰይጣን ባደረገበት ተጽዕኖ አልተሸነፈም።
የሱስ ከኣ ነቲ ሰይጣን ንንጽህናኡ ንምብልሻው ዚገብሮ ዝነበረ ጻዕሪ ይነጽጎ ነበረ።
1,857

1,858
am_tg
ያም ቢሆን ሰይጣን አንተን ጨምሮ የኢየሱስን ተከታዮች ለማጥመድ ጥረት ያደርጋል።
ይኹን እምበር፡ ሰይጣን ንዓኻ እውን ሓዊሱ፡ ንዅሎም ሰዓብቲ የሱስ ኣብ መጻወድያ ኼእትዎም ይፍትን እዩ።
1,859

1,860
am_tg
ከአምላክ ሉዓላዊነት ጋር በተያያዘ የተነሳው ጥያቄ መልስ ስላላገኘ ፈታኙ በዚህ ዓለም ተጠቅሞ እንዲፈትነን ይሖዋ ፈቅዶለታል።
እቲ ንልዑላውነት ኣምላኽ ዚምልከት ጕዳይ ሕጂ እውን ይቕጽል ስለ ዘሎ፡ የሆዋ ነቲ ፈታኒ፡ በዛ ዓለም ተጠቒሙ ኺፍትነና ፈቒዱሉ እዩ።
1,861

1,862
am_tg
ወደ ፈተና የሚያስገባን አምላክ አይደለም።
ኰይኑ ግና፡ ኣምላኽ ኣብ ፈተና ኣየእትወናን እዩ።
1,863
tg_am
ኰይኑ ግና፡ ኣምላኽ ኣብ ፈተና ኣየእትወናን እዩ።
ወደ ፈተና የሚያስገባን አምላክ አይደለም።
1,864
am_tg
ከዚህ በተቃራኒ በእኛ የሚተማመን ከመሆኑም ሌላ ሊረዳን ይፈልጋል።
ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ብኣና ይተኣማመንን ኪሕግዘና ይደልን እዩ።
1,865

1,866
am_tg
ይሁንና ይሖዋ የመምረጥ ነፃነታችንን ሊጋፋ ስለማይፈልግ ወደ ፈተና እንዳንገባ አይከለክለንም።
ይኹን እምበር፡ ነቲ ናይ ምምራጽ ናጽነትና ስለ ዜኽብሮ፡ ኣብ ፈተና ኸይንወድቕ ኣይዓግተናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ብምርጫና ንዕኡ እሙናት ክንከውን እዩ ዚደልየና።
1,867

1,868
am_tg
እኛ ሁለት ነገሮችን ማድረግ ይኸውም በመንፈሳዊ ንቁ መሆንና በጸሎት መጽናት አለብን።
ንሕና ድማ ክልተ ነገር ክንገብር፡ ማለት ብመንፈስ ንቑሓት ክንከውንን ኣዘውቲርና ኽንጽልን ኣሎና።
1,869

1,870
am_tg
ክርስቲያኖች ከገለልተኝነት ጋር የተያያዘ ጉዳይ ሲነሳ ተገቢውን ምላሽ ለመስጠት አእምሯቸውንና ሕሊናቸውን ማሠልጠን ይኖርባቸዋል።
ክርስትያናት ምስ ገለልትነት ዚተሓሓዝ ጕዳያት ኪልዓል ከሎ ግቡእ መልሲ ምእንቲ ኺህቡ፡ ኣእምሮኦምን ሕልናኦምን ኬሰልጥኑ ኣለዎም።
1,871

1,872
am_tg
በቀድሞዋ ዩጎዝላቪያ ክልል ውስጥ የምትኖረውን ሚሪዬታን እንደ ምሳሌ እንውሰድ።
ካብ ዩጎዝላቭያ ነበር ዝመጸት ሚርየታ ዝስማ ሓብቲ እስከ ኸም ኣብነት ንውሰድ።
1,873

1,874
am_tg
ያደገችው ሰርቦችን በሚጠላ ማኅበረሰብ ውስጥ ነው።
ኣብቲ ዝዓበየትሉ ኸባቢ፡ ተቐማጦ ሰርብያ ኣዝዮም እዮም ዚጽልኡ።
1,875

1,876
am_tg
ይሖዋ የማያዳላ አምላክ እንደሆነና በዘር ልዩነት ምክንያት ለሚፈጠሩ ችግሮች ተጠያቂው ሰይጣን መሆኑን ስታውቅ ብሔራዊ ስሜትን ከውስጧ ለማጥፋት ትግል ማድረግ ጀመረች።
ኰይኑ ግና፡ የሆዋ ኸም ዘየዳሉን ዓሌታዊ ጸገማት ከም ዚልዓዓል ዚገብር ሰይጣን ምዃኑን ምስ ፈለጠት፡ ነቲ ዝነበራ ሃገራዊ ስምዒት ከተወግዶ ጸዓረት።
1,877

1,878
am_tg
በአካባቢዋ ከዘር ጋር የተያያዘ ግጭት ሲቀሰቀስ ግን ቀደም ሲል ለሰርቦች የነበራት ጥላቻ ማገርሸት ጀመረ፤ በመሆኑም ለሰርቦች መስበክ ከበዳት።
ይኹን እምበር፡ ኣብቲ እትነብረሉ ኸባቢ ዓሌታዊ ዓመጻ ምስ ተላዕለ፡ እቲ ቐደም ዝነበራ ጽልኢ ኪቕልቀል ጀመረ፣ ንተቐማጦ ሰርብያ ምስባኽ ድማ ኣዝዩ ኸበዳ።
1,879

1,880
am_tg
ይሁንና እንዲህ ያለው ተገቢ ያልሆነ ስሜት በራሱ እንደሚጠፋ በማሰብ እጇን አጣጥፋ አልተቀመጠችም።
እቲ ኣሉታዊ ስምዒታ ባዕሉ ኽሳዕ ዚጠፍእ ኢዳን እግራን ኣጣሚራ ኽትጽበ ኸም ዘይብላ ግና ተገንዘበት።
1,881

1,882
am_tg
ይሖዋ ይህንን ችግሯን ለመወጣት እንዲረዳት በጸሎት ለመነችው።
ነዚ ጸገም እዚ ምእንቲ ኽትዋጽኣሉ ንየሆዋ ለመነቶ።
1,883
tg_am
ነዚ ጸገም እዚ ምእንቲ ኽትዋጽኣሉ ንየሆዋ ለመነቶ።
ይሖዋ ይህንን ችግሯን ለመወጣት እንዲረዳት በጸሎት ለመነችው።
1,884
am_tg
ሚሪዬታ እንዲህ ብላለች፦ ከሁሉ በላይ የረዳኝ በአገልግሎቱ ላይ ትኩረት ማድረጌ ነው።
ሚርየታ ኸምዚ በለት፦ ኣቓልቦይ ኣብ ኣገልግሎት ምግባረይ ኣዝዩ ሓጊዙኒ እዩ።
1,885

1,886
am_tg
በአገልግሎት ላይ የይሖዋን ፍቅር ለማንጸባረቅ እጥራለሁ፤ ይህም አሉታዊ ስሜትን ለማስወገድ ረድቶኛል።
ምኽንያቱ፡ ኣብ ኣገልግሎት ነቲ ተፈታዊ ባህርያት የሆዋ ክቐድሖ ስለ ዝጽዕር፡ እቲ ዝነበረኒ ኣሉታዊ ስምዒት ቀስ ብቐስ ጠፊኡ እዩ።
1,887

1,888
am_tg
እዚህ ላይ መጣጣር ተብሎ የተተረጎመው የግሪክኛ ግስ፣ አንድን ነገር ምናልባትም በቀላሉ የማይደረስበትን ነገር ለመያዝ መንጠራራት የሚል መልእክት ያስተላልፋል።
እታ ምምጥጣር ዝትርጉማ ናይ ግሪኽኛ ግሲ፡ ምናልባት እውን ክንዮ እቲ ኽትበጽሖ እትኽእል ንዘሎ ነገር ንምሓዝ ኣእዳውካ ምዝርጋሕ ተመልክት።
1,889

1,890
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን ቃል የተጠቀመው መንፈሳዊ እድገት ማድረግ ጥረት እንደሚጠይቅ ለማጉላት ነው።
ሃዋርያ ጳውሎስ ከኣ ነዛ ቓል እዚኣ ብምጥቃም፡ መንፈሳዊ ዕቤት ጻዕሪ ኸም ዚሓትት ኣጕልሐ።
1,891

1,892
am_tg
በጉባኤው ውስጥ ወደፊት ሊያከናውን ስለሚችለው ነገር እያሰበ ያለን አንድ ወንድም ወደ አእምሯችን እናምጣ።
ሓደ ሓው ኣብ ጉባኤኡ ብኸመይ ኪሕግዝ ከም ዚኽእል ኪሓስብ ከሎ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
1,893

1,894
am_tg
በአሁኑ ጊዜ የጉባኤ አገልጋይ ላይሆን ይችላል፤ ነገር ግን ክርስቲያናዊ ባሕርያት ማዳበር እንዳለበት ይገነዘባል።
ገና ኣገልጋሊ ጉባኤ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ መንፈሳዊ ባህርያት ኬማዕብል ከም ዘለዎ ይግንዘብ እዩ።
1,895

1,896
am_tg
መጀመሪያ፣ የጉባኤ አገልጋይ ለመሆን የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ይጥራል።
ፈለማ፡ ኣገልጋሊ ጉባኤ ኪኸውን ይጽዕር።
1,897

1,898
am_tg
ከጊዜ በኋላ ደግሞ የበላይ ተመልካች ለመሆን የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ግብ ያወጣል።
ድሕሪ ግዜ፡ ሓላዊ ዀይኑ ኼገልገል ዜኽእሎ መንፈሳዊ ብቕዓታት ኬጥሪ እውን ይጽዕር።
1,899