Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,700 | am_tg | መጥፎ ምኞቶች በውስጣችን ሥር ሰደው ንጹሕ ሐሳቦችን ገፍተው ለማውጣት ቢሞክሩም እንኳ ይሖዋ የእሱን መመሪያዎች በመታዘዝ በዚያ መሠረት መኖር እንድንችል አካሄዳችንን ይመራልናል። | ሕማቕ ትምኒት ሱር እኳ እንተ ሰደደ፡ ነቲ ንጹህ ሓሳባትና እውን እንተ ዓብለሎ፡ የሆዋ ግና ትእዛዛቱ ኽንሕሉን ኣብ ህይወትና ብእኡ ኽንመላለስን ምእንቲ ኽንክእል፡ ንስጕምትታትና ኼጽንዐን ወይ ኪመርሐን ይኽእል እዩ። |
1,701 | tg_am | ሕማቕ ትምኒት ሱር እኳ እንተ ሰደደ፡ ነቲ ንጹህ ሓሳባትና እውን እንተ ዓብለሎ፡ የሆዋ ግና ትእዛዛቱ ኽንሕሉን ኣብ ህይወትና ብእኡ ኽንመላለስን ምእንቲ ኽንክእል፡ ንስጕምትታትና ኼጽንዐን ወይ ኪመርሐን ይኽእል እዩ። | መጥፎ ምኞቶች በውስጣችን ሥር ሰደው ንጹሕ ሐሳቦችን ገፍተው ለማውጣት ቢሞክሩም እንኳ ይሖዋ የእሱን መመሪያዎች በመታዘዝ በዚያ መሠረት መኖር እንድንችል አካሄዳችንን ይመራልናል። |
1,702 | am_tg | ይሖዋ ማንኛውም ጎጂ ነገር በእኛ ላይ እንዳይሠለጥን ሊከላከልልን ይችላል። | እወ፡ ንሓሳባትና ኽንቈጻጸር ኪሕግዘና ይኽእል እዩ። |
1,703 | tg_am | እወ፡ ንሓሳባትና ኽንቈጻጸር ኪሕግዘና ይኽእል እዩ። | ይሖዋ ማንኛውም ጎጂ ነገር በእኛ ላይ እንዳይሠለጥን ሊከላከልልን ይችላል። |
1,704 | am_tg | የመጀመሪያው ሰው የአዳም ልጆች በመሆናችን ሁላችንም ኃጢአትንና የኃጢአት ደሞዝ የሆነውን ሞትን ወርሰናል። | ደቂ እቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ኣዳም ብምዃንና፡ ኵላትና ሓጢኣትን ሞትን ወሪስና ኢና። |
1,705 | tg_am | ደቂ እቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ኣዳም ብምዃንና፡ ኵላትና ሓጢኣትን ሞትን ወሪስና ኢና። | የመጀመሪያው ሰው የአዳም ልጆች በመሆናችን ሁላችንም ኃጢአትንና የኃጢአት ደሞዝ የሆነውን ሞትን ወርሰናል። |
1,706 | am_tg | ማናችንም ብንሆን ቤዛው አያስፈልገኝም ማለት አንችልም። | በጃ ኪኽፈለለይ ኣየድለየንን እዩ ኺብል ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን። |
1,707 | tg_am | በጃ ኪኽፈለለይ ኣየድለየንን እዩ ኺብል ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን። | ማናችንም ብንሆን ቤዛው አያስፈልገኝም ማለት አንችልም። |
1,708 | am_tg | በጣም ታማኝ የሆነ የአምላክ አገልጋይም እንኳ ይሖዋ በክርስቶስ በኩል ያሳየን ጸጋ የግድ ያስፈልገዋል። | ልዕሊ ዅሉ እሙን ዝዀነ ኣገልጋሊ ኣምላኽ እኳ እንተ ዀነ፡ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዚግለጽ ጸጋ የሆዋ የድልዮ እዩ። |
1,709 | tg_am | ልዕሊ ዅሉ እሙን ዝዀነ ኣገልጋሊ ኣምላኽ እኳ እንተ ዀነ፡ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዚግለጽ ጸጋ የሆዋ የድልዮ እዩ። | በጣም ታማኝ የሆነ የአምላክ አገልጋይም እንኳ ይሖዋ በክርስቶስ በኩል ያሳየን ጸጋ የግድ ያስፈልገዋል። |
1,710 | am_tg | ሁላችንም ከፍተኛ ዕዳ እንደተሰረዘልን መገንዘብ ይኖርብናል። | ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ ዓብዪ ዕዳ ኸም እተሓድገልና ኽንግንዘብ ኣሎና። |
1,711 | tg_am | ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ ዓብዪ ዕዳ ኸም እተሓድገልና ኽንግንዘብ ኣሎና። | ሁላችንም ከፍተኛ ዕዳ እንደተሰረዘልን መገንዘብ ይኖርብናል። |
1,712 | am_tg | ታዲያ የይሖዋ ፍቅርና ምሕረት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል? | ንዓናኸ ፍቕርን ምሕረትን የሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኸና ዘለዎ፧ |
1,713 | tg_am | ንዓናኸ ፍቕርን ምሕረትን የሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኸና ዘለዎ፧ | ታዲያ የይሖዋ ፍቅርና ምሕረት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል? |
1,714 | am_tg | በወንድሞቻችን ወይም በእህቶቻችን ላይ ቂም ይዘን ከሆነ ይቅር ለማለት ዝግጁ የሆነውን ይሖዋን መምሰል ይኖርብናል። | ኣብ ኣሕዋትና ወይ ኣብ ኣሓትና ቕር ዘበለና ነገር እንተ ኣልዩ ነቲ ንይቕረታ ድልዊ ዝዀነ የሆዋ ኽንመስሎ ይግባእ። |
1,715 | tg_am | ኣብ ኣሕዋትና ወይ ኣብ ኣሓትና ቕር ዘበለና ነገር እንተ ኣልዩ ነቲ ንይቕረታ ድልዊ ዝዀነ የሆዋ ኽንመስሎ ይግባእ። | በወንድሞቻችን ወይም በእህቶቻችን ላይ ቂም ይዘን ከሆነ ይቅር ለማለት ዝግጁ የሆነውን ይሖዋን መምሰል ይኖርብናል። |
1,716 | am_tg | ይሖዋ ከፍተኛ መጠን ያለውን ዕዳችንን በመሰረዝ ላደረገልን ነገር አድናቆት ካለን እኛም ሌሎችን ከልባችን ይቅር ለማለት እንነሳሳለን። | የሆዋ ነቲ ዓብዪ ዕዳና ብምስራዝ ዝገበረልና ነገር ነመስግነሉ እንተ ዄንና፡ ንኻልኦት ካብ ልብና ይቕረ ኽንብለሎም ንደሊ ኢና። |
1,717 | tg_am | የሆዋ ነቲ ዓብዪ ዕዳና ብምስራዝ ዝገበረልና ነገር ነመስግነሉ እንተ ዄንና፡ ንኻልኦት ካብ ልብና ይቕረ ኽንብለሎም ንደሊ ኢና። | ይሖዋ ከፍተኛ መጠን ያለውን ዕዳችንን በመሰረዝ ላደረገልን ነገር አድናቆት ካለን እኛም ሌሎችን ከልባችን ይቅር ለማለት እንነሳሳለን። |
1,718 | am_tg | ለሌሎች ፍቅርና ምሕረት የማናሳይ ከሆነ አምላክ ሊወደን ወይም ይቅር ሊለን አይችልም። | ንኻልኦት ዘይነፍቅርን ይቕረ ዘይንብልን እንተ ዄንና፡ ካብ ኣምላኽ ፍቕርን ይቕረታን ክንረክብ ኣይንኽእልን ኢና። |
1,719 | tg_am | ንኻልኦት ዘይነፍቅርን ይቕረ ዘይንብልን እንተ ዄንና፡ ካብ ኣምላኽ ፍቕርን ይቕረታን ክንረክብ ኣይንኽእልን ኢና። | ለሌሎች ፍቅርና ምሕረት የማናሳይ ከሆነ አምላክ ሊወደን ወይም ይቅር ሊለን አይችልም። |
1,720 | am_tg | ይቅር ማለታችን የደረሰብንን በደል ባያስቀረውም በወደፊት ሕይወታችን ላይ በጎ ተጽዕኖ እንደሚያሳድር ጥርጥር የለውም። | ይቕረ ምባል ንሕሉፍ ከም ዘይቅይሮ ዘይከሓድ እኳ እንተ ዀነ፡ ንመጻኢ ግና ብርግጽ ናብ ጽቡቕ ይቕይሮ እዩ። |
1,721 | tg_am | ይቕረ ምባል ንሕሉፍ ከም ዘይቅይሮ ዘይከሓድ እኳ እንተ ዀነ፡ ንመጻኢ ግና ብርግጽ ናብ ጽቡቕ ይቕይሮ እዩ። | ይቅር ማለታችን የደረሰብንን በደል ባያስቀረውም በወደፊት ሕይወታችን ላይ በጎ ተጽዕኖ እንደሚያሳድር ጥርጥር የለውም። |
1,722 | am_tg | ጴጥሮስና ሌሎች ደቀ መዛሙርት የወደፊቱን ጊዜ በአእምሯቸው እንዲስሉ ለመርዳት ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራቸው። | የሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛረበን ንጴጥሮስን ነቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጽእ ኣብ ኣእምሮኦም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ። |
1,723 | tg_am | የሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛረበን ንጴጥሮስን ነቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጽእ ኣብ ኣእምሮኦም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ። | ጴጥሮስና ሌሎች ደቀ መዛሙርት የወደፊቱን ጊዜ በአእምሯቸው እንዲስሉ ለመርዳት ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራቸው። |
1,724 | am_tg | እነሱም ምድርን በሚያስተዳድረውና ታዛዥ ለሆኑ የሰው ልጆች አስደናቂ በረከቶችን በሚያመጣው የአምላክ መንግሥት ውስጥ በሚኖራቸው ድርሻ ላይ ማሰላሰል ይችሉ ነበር። | ስለዚ፡ ኣብታ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትገዝእን ንእዙዛት ደቂ ሰብ በረኸት እተመጽእን መንግስቲ ብዛዕባ ዚህልዎም ግደ ኼስተንትኑ ይኽእሉ ነይሮም እዮም። |
1,725 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብታ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትገዝእን ንእዙዛት ደቂ ሰብ በረኸት እተመጽእን መንግስቲ ብዛዕባ ዚህልዎም ግደ ኼስተንትኑ ይኽእሉ ነይሮም እዮም። | እነሱም ምድርን በሚያስተዳድረውና ታዛዥ ለሆኑ የሰው ልጆች አስደናቂ በረከቶችን በሚያመጣው የአምላክ መንግሥት ውስጥ በሚኖራቸው ድርሻ ላይ ማሰላሰል ይችሉ ነበር። |
1,726 | am_tg | በየትኛውም ጊዜ በምድር ላይ የኖሩ የአምላክ አገልጋዮች፣ አምላክ ቃል ስለገባቸው ነገሮች ፍጻሜ በማሰባቸው ተጠቅመዋል። | ጥንቲ ዀነ ሎሚ፡ ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኣገልገልቲ የሆዋ ብዛዕባ እቲ ተስፋታት ኣምላኽ ዚፍጸመሉ ዅነታት ይሓስቡ እዮም። |
1,727 | tg_am | ጥንቲ ዀነ ሎሚ፡ ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኣገልገልቲ የሆዋ ብዛዕባ እቲ ተስፋታት ኣምላኽ ዚፍጸመሉ ዅነታት ይሓስቡ እዮም። | በየትኛውም ጊዜ በምድር ላይ የኖሩ የአምላክ አገልጋዮች፣ አምላክ ቃል ስለገባቸው ነገሮች ፍጻሜ በማሰባቸው ተጠቅመዋል። |
1,728 | am_tg | አቤል ስለ አምላክ ዓላማ ያወቀው ነገር የተሻለ የወደፊት ሕይወት እንደሚመጣ ለማሰብ፣ እምነት ለማዳበርና አስተማማኝ ተስፋ እንዳለው ለማመን አስችሎታል። | ኣቤል ብዛዕባ ዕላማታት ኣምላኽ እኹል ፍልጠት ስለ ዝነበሮ፡ ዝሓሸ እዋን ከም ዚመጽእ ኣብ ኣእምሮኡ ኺስእልን እምነቱ ኼደልድልን ናይ ሓቂ ተስፋ ኺሕዝን ክኢሉ እዩ። |
1,729 | tg_am | ኣቤል ብዛዕባ ዕላማታት ኣምላኽ እኹል ፍልጠት ስለ ዝነበሮ፡ ዝሓሸ እዋን ከም ዚመጽእ ኣብ ኣእምሮኡ ኺስእልን እምነቱ ኼደልድልን ናይ ሓቂ ተስፋ ኺሕዝን ክኢሉ እዩ። | አቤል ስለ አምላክ ዓላማ ያወቀው ነገር የተሻለ የወደፊት ሕይወት እንደሚመጣ ለማሰብ፣ እምነት ለማዳበርና አስተማማኝ ተስፋ እንዳለው ለማመን አስችሎታል። |
1,730 | am_tg | አብርሃም ታላቅ እምነት እንዳለው የሚያሳዩ ነገሮችን ያከናወነው፣ ተስፋ ከተሰጠበት ዘር ጋር በተያያዘ አምላክ ስለተናገረው ትንቢት ፍጻሜ በዓይነ ሕሊናው በማየቱ ነው። | ኣብርሃም ንእምነቱ ብዜደንቕ ተግባር ኪገልጻ ዝኸኣለ፡ ብዛዕባ እቲ ዘርኢ እተዋህበ ትንቢት ኣምላኽ ዚፍጸመሉ ዅነታት ዝረኣዮ ነገር ስለ ዝነበረ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,731 | tg_am | ኣብርሃም ንእምነቱ ብዜደንቕ ተግባር ኪገልጻ ዝኸኣለ፡ ብዛዕባ እቲ ዘርኢ እተዋህበ ትንቢት ኣምላኽ ዚፍጸመሉ ዅነታት ዝረኣዮ ነገር ስለ ዝነበረ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | አብርሃም ታላቅ እምነት እንዳለው የሚያሳዩ ነገሮችን ያከናወነው፣ ተስፋ ከተሰጠበት ዘር ጋር በተያያዘ አምላክ ስለተናገረው ትንቢት ፍጻሜ በዓይነ ሕሊናው በማየቱ ነው። |
1,732 | am_tg | ሙሴ የሚከፈለውን ወሮታ በትኩረት ተመልክቷል፤ በመሆኑም እምነትና ለይሖዋ ፍቅር ማዳበር ችሏል። | ሙሴ፡ ናብቲ ዚረኽቦ ዓስቢ ኣተኲሩ ስለ ዝጠመተ፡ እምነቱ ደልደለት፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ኸኣ ዓበየት። |
1,733 | tg_am | ሙሴ፡ ናብቲ ዚረኽቦ ዓስቢ ኣተኲሩ ስለ ዝጠመተ፡ እምነቱ ደልደለት፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ኸኣ ዓበየት። | ሙሴ የሚከፈለውን ወሮታ በትኩረት ተመልክቷል፤ በመሆኑም እምነትና ለይሖዋ ፍቅር ማዳበር ችሏል። |
1,734 | am_tg | በአምላክ ላይ ያለን እምነትና ለእሱ ያለን ፍቅር ይሖዋ ቃል የገባቸውን ነገሮች በዓይነ ሕሊናችን እንድንመለከት ሊረዳን ይችላል። | ኣብ ኣምላኽ ዘላትና እምነትን ንዕኡ ዘላትና ፍቕርን ነቲ ንሱ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኣብ ኣእምሮና ንኽንስእሎ ኽትሕግዘና ትኽእል እያ። |
1,735 | tg_am | ኣብ ኣምላኽ ዘላትና እምነትን ንዕኡ ዘላትና ፍቕርን ነቲ ንሱ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኣብ ኣእምሮና ንኽንስእሎ ኽትሕግዘና ትኽእል እያ። | በአምላክ ላይ ያለን እምነትና ለእሱ ያለን ፍቅር ይሖዋ ቃል የገባቸውን ነገሮች በዓይነ ሕሊናችን እንድንመለከት ሊረዳን ይችላል። |
1,736 | am_tg | ክርስቲያኖች በጦርነት ጊዜ ብቻ ሳይሆን መቼም ቢሆን ታማኝ የመሆናቸውና የገለልተኝነት አቋማቸውን የመጠበቃቸው ጉዳይ ያሳስባቸዋል። | ናይ ሓቂ ክርስትያናት ተኣማንነትን ገለልትነትን ዜርእዩ፡ ኵሉ ሳዕ ደኣ እምበር፡ ኣብ ግዜ ውግእ ጥራይ ኣይኰነን። |
1,737 | tg_am | ናይ ሓቂ ክርስትያናት ተኣማንነትን ገለልትነትን ዜርእዩ፡ ኵሉ ሳዕ ደኣ እምበር፡ ኣብ ግዜ ውግእ ጥራይ ኣይኰነን። | ክርስቲያኖች በጦርነት ጊዜ ብቻ ሳይሆን መቼም ቢሆን ታማኝ የመሆናቸውና የገለልተኝነት አቋማቸውን የመጠበቃቸው ጉዳይ ያሳስባቸዋል። |
1,738 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
1,739 | tg_am | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ | ለምን? |
1,740 | am_tg | ምክንያቱም ራሳቸውን ለይሖዋ የወሰኑ ሁሉ እሱን ሊወዱት፣ ታማኝ ሊሆኑለትና ሊታዘዙት ቃል ገብተዋል። | ምኽንያቱ፡ ርእሶም ንየሆዋ ዝወፈዩ ዅሎም ሰባት፡ ንዕኡ ኼፍቅርዎን እሙናት ኪዀኑን ኪእዘዝዎን ቃል ኣትዮም እዮም። |
1,741 | tg_am | ምኽንያቱ፡ ርእሶም ንየሆዋ ዝወፈዩ ዅሎም ሰባት፡ ንዕኡ ኼፍቅርዎን እሙናት ኪዀኑን ኪእዘዝዎን ቃል ኣትዮም እዮም። | ምክንያቱም ራሳቸውን ለይሖዋ የወሰኑ ሁሉ እሱን ሊወዱት፣ ታማኝ ሊሆኑለትና ሊታዘዙት ቃል ገብተዋል። |
1,742 | am_tg | የምንኖረው የትም ይሁን የት እንዲሁም አስተዳደጋችን፣ ዜግነታችን ወይም ባሕላችን ምንም ይሁን ምን በአምላክ የጽድቅ መሥፈርቶች ለመመራት እንፈልጋለን። | እንነብረሉ ቦታ፡ ኣተዓባብያና፡ ዜግነትና፡ ወይ ባህልና ብዘየገድስ፡ ብስርዓታት ጽድቂ ኣምላኽ ክንምራሕ ኣሎና። |
1,743 | tg_am | እንነብረሉ ቦታ፡ ኣተዓባብያና፡ ዜግነትና፡ ወይ ባህልና ብዘየገድስ፡ ብስርዓታት ጽድቂ ኣምላኽ ክንምራሕ ኣሎና። | የምንኖረው የትም ይሁን የት እንዲሁም አስተዳደጋችን፣ ዜግነታችን ወይም ባሕላችን ምንም ይሁን ምን በአምላክ የጽድቅ መሥፈርቶች ለመመራት እንፈልጋለን። |
1,744 | am_tg | ለይሖዋና ለመንግሥቱ ያለንን ታማኝነት ለሌላ ለማንኛውም ነገር ካለን ፍቅር እናስበልጣለን። | ከመይሲ፡ ንየሆዋን ንመንግስቱን እሙን ምዃን፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ርክብ ንላዕሊ የገድሰና እዩ። |
1,745 | tg_am | ከመይሲ፡ ንየሆዋን ንመንግስቱን እሙን ምዃን፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ርክብ ንላዕሊ የገድሰና እዩ። | ለይሖዋና ለመንግሥቱ ያለንን ታማኝነት ለሌላ ለማንኛውም ነገር ካለን ፍቅር እናስበልጣለን። |
1,746 | am_tg | ክርስቲያኖች እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳየት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በየትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ከመግባት መቆጠብ አለባቸው። | ክርስትያናት ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም። |
1,747 | tg_am | ክርስትያናት ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም። | ክርስቲያኖች እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳየት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በየትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ከመግባት መቆጠብ አለባቸው። |
1,748 | am_tg | የይሖዋ ምሥክር ያልሆኑ ሰዎች ለአገራቸው፣ ለዘራቸው ወይም ለባሕላቸው አልፎ ተርፎም ለብሔራዊ የስፖርት ቡድናቸው ልዩ ታማኝነት ማሳየት እንዳለባቸው ይሰማቸው ይሆናል። | ከማና ዓይነት እምነት ዘይብሎም ሰባት፡ ንሃገሮም፡ ንዓሌቶም፡ ንባህሎም፡ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ንሃገራዊት ጋንታ ስፖርት ኣዝዮም እሙናት ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። |
1,749 | tg_am | ከማና ዓይነት እምነት ዘይብሎም ሰባት፡ ንሃገሮም፡ ንዓሌቶም፡ ንባህሎም፡ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ንሃገራዊት ጋንታ ስፖርት ኣዝዮም እሙናት ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። | የይሖዋ ምሥክር ያልሆኑ ሰዎች ለአገራቸው፣ ለዘራቸው ወይም ለባሕላቸው አልፎ ተርፎም ለብሔራዊ የስፖርት ቡድናቸው ልዩ ታማኝነት ማሳየት እንዳለባቸው ይሰማቸው ይሆናል። |
1,750 | am_tg | እንዲህ ያለው ታማኝነት የውድድርና የፉክክር መንፈስ እንዲኖር ይባስ ብሎም ደም መፋሰስና የጅምላ ጭፍጨፋ እንዲከሰት ምክንያት ሆኗል። | እቲ ዜሕዝን ድማ፡ ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት፡ ጠንቂ ውድድርን ጽልእን ኪኸውን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ እውን ምፍሳስ ደምን ጃምላዊ ቕትለትን ኬስዕብ ይኽእል እዩ። |
1,751 | tg_am | እቲ ዜሕዝን ድማ፡ ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት፡ ጠንቂ ውድድርን ጽልእን ኪኸውን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ እውን ምፍሳስ ደምን ጃምላዊ ቕትለትን ኬስዕብ ይኽእል እዩ። | እንዲህ ያለው ታማኝነት የውድድርና የፉክክር መንፈስ እንዲኖር ይባስ ብሎም ደም መፋሰስና የጅምላ ጭፍጨፋ እንዲከሰት ምክንያት ሆኗል። |
1,752 | am_tg | እኛም በዓለም ላይ ባሉ ውዝግቦች ረገድ ሳናስበው ከአንዱ ወገን እንቆም እንዲሁም በቀላሉ ውዝግቡ ውስጥ እንገባ ይሆናል። | ብቐሊሉ ኣብ ጕዳያት ዓለም ክንውግንን ኣብቲ ግጭት ክንኣቱን ንኽእል ኢና። |
1,753 | tg_am | ብቐሊሉ ኣብ ጕዳያት ዓለም ክንውግንን ኣብቲ ግጭት ክንኣቱን ንኽእል ኢና። | እኛም በዓለም ላይ ባሉ ውዝግቦች ረገድ ሳናስበው ከአንዱ ወገን እንቆም እንዲሁም በቀላሉ ውዝግቡ ውስጥ እንገባ ይሆናል። |
1,754 | am_tg | የአምላክ ቃል፣ ከበድ ያለ ውሳኔ በምናደርግበት ጊዜ እንዳንቸኩል ያሳስበናል። | ቃል ኣምላኽ፡ ኣገዳሲ ውሳነ ምግባር ኣብ ዜድልየና ዅነታት ተሃዊኽና ኸይንውስን ይምዕደና እዩ። |
1,755 | tg_am | ቃል ኣምላኽ፡ ኣገዳሲ ውሳነ ምግባር ኣብ ዜድልየና ዅነታት ተሃዊኽና ኸይንውስን ይምዕደና እዩ። | የአምላክ ቃል፣ ከበድ ያለ ውሳኔ በምናደርግበት ጊዜ እንዳንቸኩል ያሳስበናል። |
1,756 | am_tg | ከምናደርገው ውሳኔ ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን ወይም ሁኔታዎችን በሙሉ ጊዜ ወስደን በሚገባ መመርመራችን ጥሩ ውሳኔ እንድናደርግ ይረዳናል። | ብዛዕባ እቲ ውሳነ እንገብረሉ ነገራትን ንዕኡ ዚምልከት መርትዖታትን ግዜ ወሲድና ንምርምር እንተ ዄንና፡ ጽቡቕ ውሳነ ኽንገብር ንኽእል ኢና። |
1,757 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ውሳነ እንገብረሉ ነገራትን ንዕኡ ዚምልከት መርትዖታትን ግዜ ወሲድና ንምርምር እንተ ዄንና፡ ጽቡቕ ውሳነ ኽንገብር ንኽእል ኢና። | ከምናደርገው ውሳኔ ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን ወይም ሁኔታዎችን በሙሉ ጊዜ ወስደን በሚገባ መመርመራችን ጥሩ ውሳኔ እንድናደርግ ይረዳናል። |
1,758 | am_tg | የቤተሰብ ራሶች አንድ ውሳኔ ላይ ከመድረሳቸው በፊት በአምላክ ቃልና በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ በተመሠረቱ ጽሑፎች ላይ ምርምር ማድረጋቸው እንዲሁም ሌሎች የቤተሰባቸው አባላት ያላቸውን አመለካከት ግምት ውስጥ ማስገባታቸው አስፈላጊ ነው። | ርእስታት ስድራ ቤት ውሳነ ቕድሚ ምግባሮም፡ ግዜ መዲቦም ንቕዱሳት ጽሑፋትን ንክርስትያናዊ ጽሑፋትን ኪምርምሩ፡ ሓሳብ ወይ ርእይቶ ኣባላት ስድራ ቤቶም ከኣ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም። |
1,759 | tg_am | ርእስታት ስድራ ቤት ውሳነ ቕድሚ ምግባሮም፡ ግዜ መዲቦም ንቕዱሳት ጽሑፋትን ንክርስትያናዊ ጽሑፋትን ኪምርምሩ፡ ሓሳብ ወይ ርእይቶ ኣባላት ስድራ ቤቶም ከኣ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም። | የቤተሰብ ራሶች አንድ ውሳኔ ላይ ከመድረሳቸው በፊት በአምላክ ቃልና በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ በተመሠረቱ ጽሑፎች ላይ ምርምር ማድረጋቸው እንዲሁም ሌሎች የቤተሰባቸው አባላት ያላቸውን አመለካከት ግምት ውስጥ ማስገባታቸው አስፈላጊ ነው። |
1,760 | am_tg | አምላክ፣ አብርሃምን የሚስቱን ሐሳብ እንዲሰማ እንዳሳሰበው አስታውስ። | ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ርእይቶ ሰበይቱ ኺሰምዕ ከም ዝመዓዶ ኣይትረስዕ። |
1,761 | tg_am | ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ርእይቶ ሰበይቱ ኺሰምዕ ከም ዝመዓዶ ኣይትረስዕ። | አምላክ፣ አብርሃምን የሚስቱን ሐሳብ እንዲሰማ እንዳሳሰበው አስታውስ። |
1,762 | am_tg | ሽማግሌዎችም ጊዜ ወስደው ምርምር ማድረግ አለባቸው። | ብዘይካዚ፡ ሽማግለታት እውን ግዜ መዲቦም መጽናዕቲ ኺገብሩ ኣለዎም። |
1,763 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ሽማግለታት እውን ግዜ መዲቦም መጽናዕቲ ኺገብሩ ኣለዎም። | ሽማግሌዎችም ጊዜ ወስደው ምርምር ማድረግ አለባቸው። |
1,764 | am_tg | ምክንያታዊና ትሑት ከሆኑ፣ ውሳኔያቸውን እንደገና ማጤን እንዳለባቸው የሚያሳይ ጠቃሚ የሆነ አዲስ መረጃ ሲያገኙ፣ ሌሎች ለእነሱ ያላቸው አክብሮት እንዳይቀንስ በመፍራት ይህን ከማድረግ ወደኋላ አይሉም። | ልዙባትን ትሑታትን እንተ ዀይኖም ከኣ፡ ነቲ ድሮ ዝገበርዎ ውሳነ ኪቕይር ዚኽእል ሓድሽ ሓበሬታ ምስ ዚረኽቡ ኽብሮም ከይትንከፍ ፈሪሆም ውሳነኦም ካብ ምቕያር ድሕር ኣይብሉን እዮም። |
1,765 | tg_am | ልዙባትን ትሑታትን እንተ ዀይኖም ከኣ፡ ነቲ ድሮ ዝገበርዎ ውሳነ ኪቕይር ዚኽእል ሓድሽ ሓበሬታ ምስ ዚረኽቡ ኽብሮም ከይትንከፍ ፈሪሆም ውሳነኦም ካብ ምቕያር ድሕር ኣይብሉን እዮም። | ምክንያታዊና ትሑት ከሆኑ፣ ውሳኔያቸውን እንደገና ማጤን እንዳለባቸው የሚያሳይ ጠቃሚ የሆነ አዲስ መረጃ ሲያገኙ፣ ሌሎች ለእነሱ ያላቸው አክብሮት እንዳይቀንስ በመፍራት ይህን ከማድረግ ወደኋላ አይሉም። |
1,766 | am_tg | አስፈላጊ በሚሆንበት ጊዜ አመለካከታቸውንና ውሳኔያቸውን ለማስተካከል ፈቃደኞች መሆን አለባቸው፤ ሁላችንም ብንሆን የእነሱን ምሳሌ መከተላችን ጠቃሚ ነው። | ግቡእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፡ ኣተሓሳስባኦምን ውሳነታቶምን ኪቕይሩ ድሉዋት ኪዀኑ ኣለዎም፣ ኵላትና እውን ኣብነቶም ክንስዕብ ኣሎና። |
1,767 | tg_am | ግቡእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፡ ኣተሓሳስባኦምን ውሳነታቶምን ኪቕይሩ ድሉዋት ኪዀኑ ኣለዎም፣ ኵላትና እውን ኣብነቶም ክንስዕብ ኣሎና። | አስፈላጊ በሚሆንበት ጊዜ አመለካከታቸውንና ውሳኔያቸውን ለማስተካከል ፈቃደኞች መሆን አለባቸው፤ ሁላችንም ብንሆን የእነሱን ምሳሌ መከተላችን ጠቃሚ ነው። |
1,768 | am_tg | ይህም በጉባኤ ውስጥ ሰላምና ሥርዓት እንዲሰፍን አስተዋጽኦ ያደርጋል። | እዚ ድማ ኣብ ጉባኤ ሰላምን ስርዓትን እዩ ዜስፍን። |
1,769 | tg_am | እዚ ድማ ኣብ ጉባኤ ሰላምን ስርዓትን እዩ ዜስፍን። | ይህም በጉባኤ ውስጥ ሰላምና ሥርዓት እንዲሰፍን አስተዋጽኦ ያደርጋል። |
1,770 | am_tg | ኢዮስያስ አምላክን የሚያስደስተውን ነገር በቅንዓት አከናውኗል። | ዮስያስ ብቕንኣት ንኣምላኽ ዜሐጕሶ ዘበለ ገይሩ እዩ። |
1,771 | tg_am | ዮስያስ ብቕንኣት ንኣምላኽ ዜሐጕሶ ዘበለ ገይሩ እዩ። | ኢዮስያስ አምላክን የሚያስደስተውን ነገር በቅንዓት አከናውኗል። |
1,772 | am_tg | እንደ ኢዮስያስ ሁሉ በዛሬው ጊዜ ያሉ ልጆችም ከትንሽነታቸው አንስቶ ይሖዋን መፈለግ አለባቸው። | መንእሰያት ከም ዮስያስ ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ንየሆዋ ኺደልይዎ ኣለዎም። |
1,773 | tg_am | መንእሰያት ከም ዮስያስ ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ንየሆዋ ኺደልይዎ ኣለዎም። | እንደ ኢዮስያስ ሁሉ በዛሬው ጊዜ ያሉ ልጆችም ከትንሽነታቸው አንስቶ ይሖዋን መፈለግ አለባቸው። |
1,774 | am_tg | ንጉሥ ምናሴ ንስሐ ከገባ በኋላ ኢዮስያስን ስለ አምላክ ምሕረት አስተምሮት ሊሆን ይችላል። | እቲ እተነስሐ ንጉስ ምናሴ ንዮስያስ ብዛዕባ ምሕረት ኣምላኽ ነጊርዎ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,775 | tg_am | እቲ እተነስሐ ንጉስ ምናሴ ንዮስያስ ብዛዕባ ምሕረት ኣምላኽ ነጊርዎ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ንጉሥ ምናሴ ንስሐ ከገባ በኋላ ኢዮስያስን ስለ አምላክ ምሕረት አስተምሮት ሊሆን ይችላል። |
1,776 | am_tg | ልጆች የሆናችሁ፣ በቤተሰባችሁና በጉባኤያችሁ ውስጥ ካሉ ታማኝ የሆኑ ትላልቅ ወንድሞችና እህቶች ጋር ብትቀራረቡ ይሖዋ ስላደረገላቸው በርካታ መልካም ነገሮች ሊነግሯችሁ ይችላሉ። | ኣቱም መንእሰያት ዘበልኩም፡ ኣብ ስድራ ቤትኩምን ኣብ ጉባኤን ናብ ዚርከቡ ብዕደመ ዝደፍኡ እሙናት ኣሕዋት ቅረቡ፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝገበረሎም ሰናይ ነገራት ድማ ተምሃሩ። |
1,777 | tg_am | ኣቱም መንእሰያት ዘበልኩም፡ ኣብ ስድራ ቤትኩምን ኣብ ጉባኤን ናብ ዚርከቡ ብዕደመ ዝደፍኡ እሙናት ኣሕዋት ቅረቡ፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝገበረሎም ሰናይ ነገራት ድማ ተምሃሩ። | ልጆች የሆናችሁ፣ በቤተሰባችሁና በጉባኤያችሁ ውስጥ ካሉ ታማኝ የሆኑ ትላልቅ ወንድሞችና እህቶች ጋር ብትቀራረቡ ይሖዋ ስላደረገላቸው በርካታ መልካም ነገሮች ሊነግሯችሁ ይችላሉ። |
1,778 | am_tg | በተጨማሪም ኢዮስያስ ቅዱሳን መጻሕፍት ምን እንደሚሉ ማወቁ ልቡ እንዲነካና እርምጃ እንዲወስድ እንዳነሳሳው አስታውሱ። | ዮስያስ ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ምንባቡ ንልቡ ኸም ዝተንከፎን ስጕምቲ ኺወስድ ከም ዝደረኾን እውን ዘክሩ። |
1,779 | tg_am | ዮስያስ ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ምንባቡ ንልቡ ኸም ዝተንከፎን ስጕምቲ ኺወስድ ከም ዝደረኾን እውን ዘክሩ። | በተጨማሪም ኢዮስያስ ቅዱሳን መጻሕፍት ምን እንደሚሉ ማወቁ ልቡ እንዲነካና እርምጃ እንዲወስድ እንዳነሳሳው አስታውሱ። |
1,780 | am_tg | እናንተም የአምላክን ቃል ማንበባችሁ ደስታችሁ እንዲጨምር፣ ከአምላክ ጋር ያላችሁ ወዳጅነት እንዲጠናከር እንዲሁም ሌሎች አምላክን እንዲፈልጉ ለመርዳት እንድትነሳሱ ሊያደርግ ይችላል። | ንስኻትኩም እውን ቃል ኣምላኽ ምስ እተንብቡ፡ ስጕምትታት ክትወስዱ ኺድርኸኩም ይኽእል እዩ፣ እቲ እትወስድዎ ስጕምትታት ድማ፡ ሓጐስ ኪውስኸልኩምን ምስ ኣምላኽ ንዘሎኩም ዕርክነት ኬደልድልን ካልኦት ንኣምላኽ ምእንቲ ኺደልይዎ ኽትሕግዝዎም ኬለዓዕለኩምን እዩ። |
1,781 | tg_am | ንስኻትኩም እውን ቃል ኣምላኽ ምስ እተንብቡ፡ ስጕምትታት ክትወስዱ ኺድርኸኩም ይኽእል እዩ፣ እቲ እትወስድዎ ስጕምትታት ድማ፡ ሓጐስ ኪውስኸልኩምን ምስ ኣምላኽ ንዘሎኩም ዕርክነት ኬደልድልን ካልኦት ንኣምላኽ ምእንቲ ኺደልይዎ ኽትሕግዝዎም ኬለዓዕለኩምን እዩ። | እናንተም የአምላክን ቃል ማንበባችሁ ደስታችሁ እንዲጨምር፣ ከአምላክ ጋር ያላችሁ ወዳጅነት እንዲጠናከር እንዲሁም ሌሎች አምላክን እንዲፈልጉ ለመርዳት እንድትነሳሱ ሊያደርግ ይችላል። |
1,782 | am_tg | ከዚህም ሌላ መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናታችሁ ለአምላክ በምታቀርቡት አገልግሎት ረገድ ማሻሻያ ማድረግ የምትችሉባቸውን መንገዶች እንድታስተውሉ ይረዳችኋል። | ብዘይካዚ፡ ንኣምላኽ ኣብ እተቕርብዎ ኣገልግሎት ምምሕያሻት ክትገብሩ እትኽእልሉ መገዲ ኸተስተብህሉ ኺሕግዘኩም እዩ። |
1,783 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ንኣምላኽ ኣብ እተቕርብዎ ኣገልግሎት ምምሕያሻት ክትገብሩ እትኽእልሉ መገዲ ኸተስተብህሉ ኺሕግዘኩም እዩ። | ከዚህም ሌላ መጽሐፍ ቅዱስን ማጥናታችሁ ለአምላክ በምታቀርቡት አገልግሎት ረገድ ማሻሻያ ማድረግ የምትችሉባቸውን መንገዶች እንድታስተውሉ ይረዳችኋል። |
1,784 | am_tg | ማሻሻያ ማድረግ እንደሚያስፈልጋችሁ ከተሰማችሁ ልክ እንደ ኢዮስያስ ለውጥ ለማድረግ የተቻላችሁን ጥረት አድርጉ። | እተመሓይሽዎ ነገራት እንተ ኣስተብሂልኩም ድማ፡ ከም ዮስያስ ስጕምቲ ውሰዱ። |
1,785 | tg_am | እተመሓይሽዎ ነገራት እንተ ኣስተብሂልኩም ድማ፡ ከም ዮስያስ ስጕምቲ ውሰዱ። | ማሻሻያ ማድረግ እንደሚያስፈልጋችሁ ከተሰማችሁ ልክ እንደ ኢዮስያስ ለውጥ ለማድረግ የተቻላችሁን ጥረት አድርጉ። |
1,786 | am_tg | ውሳኔ ማድረግ የእያንዳንዳችን ኃላፊነት ነው፤ በተጨማሪም ጥበብ የሚንጸባረቅበትና ትክክለኛ ውሳኔ ማድረግ የምንችለው ቅዱስ ጽሑፋዊ እውቀት ሲኖረን ነው። | ነፍሲ ወከፍና ብርእስና ውሳነ ኽንገብር ኣሎና፣ ቅኑዕ ኣብ ዝዀነ ቕዱስ ጽሑፋዊ ፍልጠት ተመስሪትና ድማ ኢና ጥበባውን ቅኑዕን ምርጫ ኽንመርጽ እንኽእል። |
1,787 | tg_am | ነፍሲ ወከፍና ብርእስና ውሳነ ኽንገብር ኣሎና፣ ቅኑዕ ኣብ ዝዀነ ቕዱስ ጽሑፋዊ ፍልጠት ተመስሪትና ድማ ኢና ጥበባውን ቅኑዕን ምርጫ ኽንመርጽ እንኽእል። | ውሳኔ ማድረግ የእያንዳንዳችን ኃላፊነት ነው፤ በተጨማሪም ጥበብ የሚንጸባረቅበትና ትክክለኛ ውሳኔ ማድረግ የምንችለው ቅዱስ ጽሑፋዊ እውቀት ሲኖረን ነው። |
1,788 | am_tg | ሌላ ሰው ውሳኔ እንዲያደርግልን ኃላፊነቱን ልንሰጠው አይገባም። | ናይ ምውሳን ሓላፍነትና ንኻልኦት ኣሕሊፍና ኽንህብ የብልናን። |
1,789 | tg_am | ናይ ምውሳን ሓላፍነትና ንኻልኦት ኣሕሊፍና ኽንህብ የብልናን። | ሌላ ሰው ውሳኔ እንዲያደርግልን ኃላፊነቱን ልንሰጠው አይገባም። |
1,790 | am_tg | ከዚህ ይልቅ በአምላክ ዓይን ትክክል የሆነውን ነገር ራሳችን ለይተን ማወቅና ይህን ለመከተል መምረጥ ይኖርብናል። | የግዳስ፡ ኣብ ኣዒንቲ ኣምላኽ ቅኑዕ ዘበለ እንታይ ምዃኑ ኽንምሃርን ክንገብርን ኣሎና። |
1,791 | tg_am | የግዳስ፡ ኣብ ኣዒንቲ ኣምላኽ ቅኑዕ ዘበለ እንታይ ምዃኑ ኽንምሃርን ክንገብርን ኣሎና። | ከዚህ ይልቅ በአምላክ ዓይን ትክክል የሆነውን ነገር ራሳችን ለይተን ማወቅና ይህን ለመከተል መምረጥ ይኖርብናል። |
1,792 | am_tg | ሌሎች ሰዎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን በመፍቀድ አደገኛ የሆነ አካሄድ ልንከተል የምንችለው እንዴት ነው? | ካልኦት ኪውስኑልና ብምፍቃድ ኣብ ሓደጋ ኽንኣቱ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ |
1,793 | tg_am | ካልኦት ኪውስኑልና ብምፍቃድ ኣብ ሓደጋ ኽንኣቱ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ | ሌሎች ሰዎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን በመፍቀድ አደገኛ የሆነ አካሄድ ልንከተል የምንችለው እንዴት ነው? |
1,794 | am_tg | የእኩዮች ተጽዕኖ መጥፎ ውሳኔዎችን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይችላል። | ጸቕጢ መዛኑ ሕማቕ ውሳነ ኽንገብር ኪጸልወና ይኽእል እዩ። |
1,795 | tg_am | ጸቕጢ መዛኑ ሕማቕ ውሳነ ኽንገብር ኪጸልወና ይኽእል እዩ። | የእኩዮች ተጽዕኖ መጥፎ ውሳኔዎችን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይችላል። |
1,796 | am_tg | ሌሎች ሰዎች ምንም ያህል ተጽዕኖ ሊያደርጉብን ቢሞክሩም በመጽሐፍ ቅዱስ የሠለጠነውን ሕሊናችንን መከተል የእኛ ኃላፊነት ነው። | ይኹን እምበር፡ ካልኦት ዚገብሩልና ጸቕጢ ብዘየገድስ፡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ዝሰልጠነ ሕልናና ኽንስዕብ ሓላፍነት ኣሎና። |
1,797 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ካልኦት ዚገብሩልና ጸቕጢ ብዘየገድስ፡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ዝሰልጠነ ሕልናና ኽንስዕብ ሓላፍነት ኣሎና። | ሌሎች ሰዎች ምንም ያህል ተጽዕኖ ሊያደርጉብን ቢሞክሩም በመጽሐፍ ቅዱስ የሠለጠነውን ሕሊናችንን መከተል የእኛ ኃላፊነት ነው። |
1,798 | am_tg | ሌሎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን የምንፈቅድ ከሆነ እነሱን ለመከተል መርጠናል ማለት ነው። | ካልኦት ኪውስኑልና ንፈቕደሎም እንተ ዄንና፡ ንዓታቶም ክንስዕብ ወሲንና ኢና። |
1,799 | tg_am | ካልኦት ኪውስኑልና ንፈቕደሎም እንተ ዄንና፡ ንዓታቶም ክንስዕብ ወሲንና ኢና። | ሌሎች ውሳኔ እንዲያደርጉልን የምንፈቅድ ከሆነ እነሱን ለመከተል መርጠናል ማለት ነው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.