Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
2,000 | am_tg | ምሥራቹን ለሰዎች የመስበኩ ሥራ በጣም አስፈላጊ እንደሆነ እንገነዘባለን። | ሽዑ፡ ነቲ ብስራት ናይ ምንጋር ዕዮ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ኸነስተውዕል ንኽእል። |
2,001 | tg_am | ሽዑ፡ ነቲ ብስራት ናይ ምንጋር ዕዮ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ኸነስተውዕል ንኽእል። | ምሥራቹን ለሰዎች የመስበኩ ሥራ በጣም አስፈላጊ እንደሆነ እንገነዘባለን። |
2,002 | am_tg | የስብከቱ ሥራ ከአምላክ ጋር ለሚታረቁ ሰዎች የዘላለም ሕይወት ማግኘት የሚችሉበት መንገድ ይከፍታል። | ነቶም ምስ ኣምላኽ ዚዕረቑ፡ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይኸፍተሎም እዩ። |
2,003 | tg_am | ነቶም ምስ ኣምላኽ ዚዕረቑ፡ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይኸፍተሎም እዩ። | የስብከቱ ሥራ ከአምላክ ጋር ለሚታረቁ ሰዎች የዘላለም ሕይወት ማግኘት የሚችሉበት መንገድ ይከፍታል። |
2,004 | am_tg | ኢየሱስ ይሖዋን፣ የአምላክን ቃልና ሰዎችን ይወድ ስለነበር የሌሎችን ልብ በሚነካ መንገድ ማስተማር ችሏል። | የሱስ ንየሆዋን ንቓል ኣምላኽን ንሰባትን ፍቕሪ ስለ ዘለዎ፡ ኪምህር ከሎ ልቢ ሰባት ይትንኪ ነይሩ እዩ። |
2,005 | tg_am | የሱስ ንየሆዋን ንቓል ኣምላኽን ንሰባትን ፍቕሪ ስለ ዘለዎ፡ ኪምህር ከሎ ልቢ ሰባት ይትንኪ ነይሩ እዩ። | ኢየሱስ ይሖዋን፣ የአምላክን ቃልና ሰዎችን ይወድ ስለነበር የሌሎችን ልብ በሚነካ መንገድ ማስተማር ችሏል። |
2,006 | am_tg | ወላጆችም እንዲህ ዓይነት ፍቅር ካላቸው የልጆቻቸውን ልብ መንካት ይችላሉ። | ወለዲ እውን ከምዚ ዓይነት ፍቕሪ እንተ ኣልይዎም፡ ንልቢ ደቆም ኪትንክዩ ይኽእሉ እዮም። |
2,007 | tg_am | ወለዲ እውን ከምዚ ዓይነት ፍቕሪ እንተ ኣልይዎም፡ ንልቢ ደቆም ኪትንክዩ ይኽእሉ እዮም። | ወላጆችም እንዲህ ዓይነት ፍቅር ካላቸው የልጆቻቸውን ልብ መንካት ይችላሉ። |
2,008 | am_tg | ስለሆነም ወላጆች መጽሐፍ ቅዱስንና ጽሑፎቻችንን በትጋት አጥኑ። | ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስን ንጽሑፋትናን ጽቡቕ ጌርኩም ኣጽንዕዎ። |
2,009 | tg_am | ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስን ንጽሑፋትናን ጽቡቕ ጌርኩም ኣጽንዕዎ። | ስለሆነም ወላጆች መጽሐፍ ቅዱስንና ጽሑፎቻችንን በትጋት አጥኑ። |
2,010 | am_tg | ለፍጥረት ሥራዎች እንዲሁም በዚህ ጉዳይ ዙሪያ በጽሑፎቻችን ላይ ለሚወጡ ርዕሶች ትኩረት ስጡ። | ኣብ ፍጥረትን ብዛዕባኡ ኣብ ዚገልጽ ጽሑፋትን ተገዳስነት ኣሕድሩ። |
2,011 | tg_am | ኣብ ፍጥረትን ብዛዕባኡ ኣብ ዚገልጽ ጽሑፋትን ተገዳስነት ኣሕድሩ። | ለፍጥረት ሥራዎች እንዲሁም በዚህ ጉዳይ ዙሪያ በጽሑፎቻችን ላይ ለሚወጡ ርዕሶች ትኩረት ስጡ። |
2,012 | am_tg | እንዲህ ማድረጋችሁ ግንዛቤያችሁን የሚያሰፋና ለይሖዋ ያላችሁን አድናቆት የሚያሳድግ ከመሆኑም ሌላ ልጆቻችሁን ለማስተማር ይበልጥ ዝግጁ እንድትሆኑ ይረዳችኋል። | ከምኡ ምግባርኩም፡ ንፍልጠትኹም ኬስፍሖ፡ ብዛዕባ የሆዋ ዘሎኩም ግንዛበ ኼዕምቖ፡ ንደቅኹም ንምምሃር ከኣ ብዝያዳ እተዓጠቕኩም ኪገብረኩም እዩ። |
2,013 | tg_am | ከምኡ ምግባርኩም፡ ንፍልጠትኹም ኬስፍሖ፡ ብዛዕባ የሆዋ ዘሎኩም ግንዛበ ኼዕምቖ፡ ንደቅኹም ንምምሃር ከኣ ብዝያዳ እተዓጠቕኩም ኪገብረኩም እዩ። | እንዲህ ማድረጋችሁ ግንዛቤያችሁን የሚያሰፋና ለይሖዋ ያላችሁን አድናቆት የሚያሳድግ ከመሆኑም ሌላ ልጆቻችሁን ለማስተማር ይበልጥ ዝግጁ እንድትሆኑ ይረዳችኋል። |
2,014 | am_tg | የእናንተ ልብ በመጽሐፍ ቅዱስ እውነት ከተሞላ ያወቃችሁትን ነገር ከቤተሰባችሁ ጋር ለመወያየት ትነሳሳላችሁ። | ልብኹም በቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ምስ ዚምላእ፡ ብዛዕባኡ ምስ ኣባላት ስድራ ቤትኩም ንምምይያጥ ድሌት ኪሓድረኩም እዩ። |
2,015 | tg_am | ልብኹም በቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ምስ ዚምላእ፡ ብዛዕባኡ ምስ ኣባላት ስድራ ቤትኩም ንምምይያጥ ድሌት ኪሓድረኩም እዩ። | የእናንተ ልብ በመጽሐፍ ቅዱስ እውነት ከተሞላ ያወቃችሁትን ነገር ከቤተሰባችሁ ጋር ለመወያየት ትነሳሳላችሁ። |
2,016 | am_tg | ይህን የምታደርጉት ለጉባኤ ስብሰባዎች ስትዘጋጁ ወይም የቤተሰብ አምልኮ ስታከናውኑ ብቻ ሳይሆን በማንኛውም ጊዜ ሊሆን ይገባል። | ነዚ ድማ ንክርስትያናዊ ኣኼባታት ኣብ እትዳለውሉ እዋን ወይ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ወትሩ ግበርዎ። |
2,017 | tg_am | ነዚ ድማ ንክርስትያናዊ ኣኼባታት ኣብ እትዳለውሉ እዋን ወይ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ወትሩ ግበርዎ። | ይህን የምታደርጉት ለጉባኤ ስብሰባዎች ስትዘጋጁ ወይም የቤተሰብ አምልኮ ስታከናውኑ ብቻ ሳይሆን በማንኛውም ጊዜ ሊሆን ይገባል። |
2,018 | am_tg | በተጨማሪም ከልጆቻችሁ ጋር እንዲህ ዓይነት ውይይት የምታደርጉት ይህን የማድረግ ኃላፊነት እንዳለባችሁ ስለሚሰማችሁ ብቻ መሆን የለበትም፤ ከዚህ ይልቅ በዕለታዊ ጭውውታችሁ ውስጥ ልታካትቱት የሚገባ ነገር ነው። | ንኸምዚ ዓይነት ምይይጥ ከኣ እስከ ንግበሮ ኢልኩም ግዴታ ተሰሚዕኩም ዘይኰነስ፡ ኣብ መዓልታዊ ዕላልኩም ብባህርያዊ መገዲ ኣእትውዎ። |
2,019 | tg_am | ንኸምዚ ዓይነት ምይይጥ ከኣ እስከ ንግበሮ ኢልኩም ግዴታ ተሰሚዕኩም ዘይኰነስ፡ ኣብ መዓልታዊ ዕላልኩም ብባህርያዊ መገዲ ኣእትውዎ። | በተጨማሪም ከልጆቻችሁ ጋር እንዲህ ዓይነት ውይይት የምታደርጉት ይህን የማድረግ ኃላፊነት እንዳለባችሁ ስለሚሰማችሁ ብቻ መሆን የለበትም፤ ከዚህ ይልቅ በዕለታዊ ጭውውታችሁ ውስጥ ልታካትቱት የሚገባ ነገር ነው። |
2,020 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ በባልና ሚስት መካከል ከሚፈጸም የፆታ ግንኙነት ጋር የተያያዙ የፍቅር መግለጫዎች ምን ዓይነት ሊሆኑ እንደሚገባ ወይም እስከ ምን ድረስ መሄድ እንደሚቻል ዝርዝር መመሪያ ባይሰጥም አንዳንድ የፍቅር መግለጫዎችን ይጠቅሳል። | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ምስ ባህርያዊ ጾታዊ ርክብ ዚተሓሓዝ ዓይነትን ደረትን መግለጺ ፍቕሪ ዝርዝር መምርሒ እኳ እንተ ዘይሃበ፡ ብዛዕባ መግለጺ ፍቕሪ ግና ይጠቅስ እዩ። |
2,021 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ምስ ባህርያዊ ጾታዊ ርክብ ዚተሓሓዝ ዓይነትን ደረትን መግለጺ ፍቕሪ ዝርዝር መምርሒ እኳ እንተ ዘይሃበ፡ ብዛዕባ መግለጺ ፍቕሪ ግና ይጠቅስ እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ በባልና ሚስት መካከል ከሚፈጸም የፆታ ግንኙነት ጋር የተያያዙ የፍቅር መግለጫዎች ምን ዓይነት ሊሆኑ እንደሚገባ ወይም እስከ ምን ድረስ መሄድ እንደሚቻል ዝርዝር መመሪያ ባይሰጥም አንዳንድ የፍቅር መግለጫዎችን ይጠቅሳል። |
2,022 | am_tg | ክርስቲያን ባለትዳሮች አንዳቸው ለሌላው አሳቢነት ማሳየት አለባቸው። | ክርስትያን ሰብ ሓዳር ንሓድሕዶም ኪላዋውሁ ኣለዎም። |
2,023 | tg_am | ክርስትያን ሰብ ሓዳር ንሓድሕዶም ኪላዋውሁ ኣለዎም። | ክርስቲያን ባለትዳሮች አንዳቸው ለሌላው አሳቢነት ማሳየት አለባቸው። |
2,024 | am_tg | ለአምላክና ለሌሎች ጥልቅ ፍቅር ካለን ማንኛውም ሰው ወይም ነገር በትዳራችን ውስጥ ጣልቃ እንዲገባ አንፈቅድም። | ንኣምላኽን ንብጻይናን ድልዱል ፍቕሪ ምስ ዚህልወና፡ ኣብ ሓዳርና ኣትዩ ኺብትኖ ዚኽእል ነገር ኣይህሉን እዩ። |
2,025 | tg_am | ንኣምላኽን ንብጻይናን ድልዱል ፍቕሪ ምስ ዚህልወና፡ ኣብ ሓዳርና ኣትዩ ኺብትኖ ዚኽእል ነገር ኣይህሉን እዩ። | ለአምላክና ለሌሎች ጥልቅ ፍቅር ካለን ማንኛውም ሰው ወይም ነገር በትዳራችን ውስጥ ጣልቃ እንዲገባ አንፈቅድም። |
2,026 | am_tg | አንዳንድ ባለትዳሮች የብልግና ምስሎችንና ጽሑፎችን ፖርኖግራፊ የማየት ወይም የማንበብ ልማድ ስለተጠናወታቸው፣ በትዳራቸው ውስጥ ችግሮች ከመፈጠራቸውም አልፎ ትዳራቸው እስከ መፍረስ ደርሷል። | ገሊኡ ሓዳር ብሰንኪ ወልፊ ስእለ ጽዩፍ ኣብ ውጥረት ኣትዩ ወይ ተበቲኑ እዩ። |
2,027 | tg_am | ገሊኡ ሓዳር ብሰንኪ ወልፊ ስእለ ጽዩፍ ኣብ ውጥረት ኣትዩ ወይ ተበቲኑ እዩ። | አንዳንድ ባለትዳሮች የብልግና ምስሎችንና ጽሑፎችን ፖርኖግራፊ የማየት ወይም የማንበብ ልማድ ስለተጠናወታቸው፣ በትዳራቸው ውስጥ ችግሮች ከመፈጠራቸውም አልፎ ትዳራቸው እስከ መፍረስ ደርሷል። |
2,028 | am_tg | ፖርኖግራፊ የማየት ጉጉትም ሆነ ከትዳር ጓደኛችን ውጭ በማንኛውም መንገድ የፆታ ስሜትን የማርካት ፍላጎት እንዲያድርብን ፈጽሞ መፍቀድ አይኖርብንም። | ብስእለ ጽዩፍ ከይንስሓብ ወይ ካብ ሓዳርና ወጻኢ ኸይንጥምት ክንጥንቀቕ ኣሎና። |
2,029 | tg_am | ብስእለ ጽዩፍ ከይንስሓብ ወይ ካብ ሓዳርና ወጻኢ ኸይንጥምት ክንጥንቀቕ ኣሎና። | ፖርኖግራፊ የማየት ጉጉትም ሆነ ከትዳር ጓደኛችን ውጭ በማንኛውም መንገድ የፆታ ስሜትን የማርካት ፍላጎት እንዲያድርብን ፈጽሞ መፍቀድ አይኖርብንም። |
2,030 | am_tg | የትዳር ጓደኛችን ያልሆነን ሰው እያሽኮረመምን እንዳለን የሚያስመስል ነገር ማድረግ እንኳ ፍቅር የጎደለው ድርጊት ስለሆነ ልንርቀው ይገባል። | ምስ ዘይመጻምድትና እንኳሸም ከም ዘለና መሲልና ኸይንርአ እውን ክንጥቀቕ ኣሎና፣ ከመይሲ፡ እዚ ሃሳዪ እዩ። |
2,031 | tg_am | ምስ ዘይመጻምድትና እንኳሸም ከም ዘለና መሲልና ኸይንርአ እውን ክንጥቀቕ ኣሎና፣ ከመይሲ፡ እዚ ሃሳዪ እዩ። | የትዳር ጓደኛችን ያልሆነን ሰው እያሽኮረመምን እንዳለን የሚያስመስል ነገር ማድረግ እንኳ ፍቅር የጎደለው ድርጊት ስለሆነ ልንርቀው ይገባል። |
2,032 | am_tg | አምላክ የምናስበውንም ሆነ የምናደርገውን ነገር ሁሉ እንደሚያውቅ ማስታወሳችን፣ እሱን የሚያሳዝን ነገር ከማድረግ እንድንቆጠብ የሚረዳን ከመሆኑም ሌላ ሥነ ምግባራዊ ንጽሕናችንን ለመጠበቅ ያስችለናል። | ኣምላኽ ኵሉ ሓሳባትን ተግባራትን ከም ዚፈልጥ ምዝካርና፡ ነቲ ንዕኡ ባህ ከነብሎን ብንጽህና ኽንመላለስን ዘሎና ባህጊ የሐይሎ እዩ። |
2,033 | tg_am | ኣምላኽ ኵሉ ሓሳባትን ተግባራትን ከም ዚፈልጥ ምዝካርና፡ ነቲ ንዕኡ ባህ ከነብሎን ብንጽህና ኽንመላለስን ዘሎና ባህጊ የሐይሎ እዩ። | አምላክ የምናስበውንም ሆነ የምናደርገውን ነገር ሁሉ እንደሚያውቅ ማስታወሳችን፣ እሱን የሚያሳዝን ነገር ከማድረግ እንድንቆጠብ የሚረዳን ከመሆኑም ሌላ ሥነ ምግባራዊ ንጽሕናችንን ለመጠበቅ ያስችለናል። |
2,034 | am_tg | የቆላስይስ ክርስቲያኖች እንዲህ ያለውን ትክክለኛ እውቀት መቅሰማቸው ለይሖዋ በሚገባ ሁኔታ እንዲመላለሱና እሱን ሙሉ በሙሉ እንዲያስደስቱ ያስችላቸዋል። | ኣብ ቈሎሴ ዝነበሩ ክርስትያናት ንየሆዋ ዚበቕዑ ዀይኖም ምእንቲ ኺመላለሱን ብዅሉ ንዕኡ ምእንቲ ኼሐጕስዎን፡ ከምዚ ዝበለ ልክዕ ፍልጠት የድልዮም ነበረ። |
2,035 | tg_am | ኣብ ቈሎሴ ዝነበሩ ክርስትያናት ንየሆዋ ዚበቕዑ ዀይኖም ምእንቲ ኺመላለሱን ብዅሉ ንዕኡ ምእንቲ ኼሐጕስዎን፡ ከምዚ ዝበለ ልክዕ ፍልጠት የድልዮም ነበረ። | የቆላስይስ ክርስቲያኖች እንዲህ ያለውን ትክክለኛ እውቀት መቅሰማቸው ለይሖዋ በሚገባ ሁኔታ እንዲመላለሱና እሱን ሙሉ በሙሉ እንዲያስደስቱ ያስችላቸዋል። |
2,036 | am_tg | ይህም በመልካም ሥራ ሁሉ በተለይም ምሥራቹን በመስበኩ ሥራ ፍሬ ማፍራታቸውን እንዲቀጥሉ ያስችላቸዋል። | እዚ ድማ ብሰናይ ግብሪ ዘበለ እናፈረዩ’ ኺመላለሱ፡ ምናዳ ኸኣ ኣዘውቲሮም እቲ ብስራት ኪሰብኩ የኽእሎም ነበረ። |
2,037 | tg_am | እዚ ድማ ብሰናይ ግብሪ ዘበለ እናፈረዩ’ ኺመላለሱ፡ ምናዳ ኸኣ ኣዘውቲሮም እቲ ብስራት ኪሰብኩ የኽእሎም ነበረ። | ይህም በመልካም ሥራ ሁሉ በተለይም ምሥራቹን በመስበኩ ሥራ ፍሬ ማፍራታቸውን እንዲቀጥሉ ያስችላቸዋል። |
2,038 | am_tg | አንድ የይሖዋ አገልጋይ በአገልግሎቱ ውጤታማ መሆን ከፈለገ በግሉ መጽሐፍ ቅዱስን በማጥናት ረገድ ጥሩ ልማድ ሊኖረው ይገባል። | ሓደ ኣምላኺ የሆዋ ብውጽኢታዊ መገዲ ንምግልጋል፡ ልማድ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪህልዎ ኣለዎ። |
2,039 | tg_am | ሓደ ኣምላኺ የሆዋ ብውጽኢታዊ መገዲ ንምግልጋል፡ ልማድ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪህልዎ ኣለዎ። | አንድ የይሖዋ አገልጋይ በአገልግሎቱ ውጤታማ መሆን ከፈለገ በግሉ መጽሐፍ ቅዱስን በማጥናት ረገድ ጥሩ ልማድ ሊኖረው ይገባል። |
2,040 | am_tg | የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናቶች ይህን እውነታ እንዲገነዘቡ መርዳታችን አስፈላጊ ነው። | ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነዚ ነጥብ እዚ ኸነረድኦም ኣሎና። |
2,041 | tg_am | ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነዚ ነጥብ እዚ ኸነረድኦም ኣሎና። | የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናቶች ይህን እውነታ እንዲገነዘቡ መርዳታችን አስፈላጊ ነው። |
2,042 | am_tg | በቅድሚያ ግን እኛ ራሳችን እንዲህ ዓይነቱን ልማድ ማዳበር ያለውን ጥቅም መገንዘብ ይኖርብናል። | ንሕና ንባዕልና እውን እዚ ኣገዳሲ ምዃኑ ኽንኣምነሉ ኣሎና። |
2,043 | tg_am | ንሕና ንባዕልና እውን እዚ ኣገዳሲ ምዃኑ ኽንኣምነሉ ኣሎና። | በቅድሚያ ግን እኛ ራሳችን እንዲህ ዓይነቱን ልማድ ማዳበር ያለውን ጥቅም መገንዘብ ይኖርብናል። |
2,044 | am_tg | በተጨማሪም መጽሐፍ ቅዱስን በግላችን የማጥናት ጥሩ ልማድ ሊኖረን ይገባል። | ንሕና ንባዕልና ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪህልወና ኣለዎ። |
2,045 | tg_am | ንሕና ንባዕልና ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪህልወና ኣለዎ። | በተጨማሪም መጽሐፍ ቅዱስን በግላችን የማጥናት ጥሩ ልማድ ሊኖረን ይገባል። |
2,046 | am_tg | ስለሆነም እንደሚከተለው እያልን ራሳችንን መጠየቅ እንችላለን፦ በአገልግሎት የማገኛቸው ሰዎች ከመጽሐፍ ቅዱስ ጋር የሚጋጩ ሐሳቦችን ቢጠቅሱ ወይም ከባድ ጥያቄዎችን ቢጠይቁኝ በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተ መልስ መስጠት እችላለሁ? | ስለዚ፡ ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦ ሰባት ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ትምህርትታት ዚጻረር ሓሳባት ምስ ዚገልጹ ወይ ከቢድ ሕቶ ምስ ዚሓትቱኒ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመርኲሰ ኽምልስ እኽእል ድየ፧ |
2,047 | tg_am | ስለዚ፡ ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦ ሰባት ምስ ቅዱስ ጽሑፋዊ ትምህርትታት ዚጻረር ሓሳባት ምስ ዚገልጹ ወይ ከቢድ ሕቶ ምስ ዚሓትቱኒ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመርኲሰ ኽምልስ እኽእል ድየ፧ | ስለሆነም እንደሚከተለው እያልን ራሳችንን መጠየቅ እንችላለን፦ በአገልግሎት የማገኛቸው ሰዎች ከመጽሐፍ ቅዱስ ጋር የሚጋጩ ሐሳቦችን ቢጠቅሱ ወይም ከባድ ጥያቄዎችን ቢጠይቁኝ በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተ መልስ መስጠት እችላለሁ? |
2,048 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስን በግላችን በማጥናታችን ምን ያህል እንደተጠቀምን ለሌሎች ከነገርናቸው፣ እነሱም ተመሳሳይ ጥቅም ለማግኘት ሲሉ ቅዱሳን መጻሕፍትን በትጋት ለማጥናት ሊነሳሱ ይችላሉ። | ካብ ብሕታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክሳዕ ክንደይ ከም እንጥቀም ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና፡ ትጉሃት ተምሃሮ ቕዱሳት ጽሑፋት ብምዃን ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ነተባብዖም ኢና ዘለና። |
2,049 | tg_am | ካብ ብሕታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክሳዕ ክንደይ ከም እንጥቀም ንኻልኦት ክንነግሮም ከለና፡ ትጉሃት ተምሃሮ ቕዱሳት ጽሑፋት ብምዃን ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ነተባብዖም ኢና ዘለና። | መጽሐፍ ቅዱስን በግላችን በማጥናታችን ምን ያህል እንደተጠቀምን ለሌሎች ከነገርናቸው፣ እነሱም ተመሳሳይ ጥቅም ለማግኘት ሲሉ ቅዱሳን መጻሕፍትን በትጋት ለማጥናት ሊነሳሱ ይችላሉ። |
2,050 | am_tg | ይሖዋ ቅቡዓንን መምረጥ የጀመረው ኢየሱስ ሞቶ ከተነሳ በኋላ ነው፤ በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበረው የክርስቲያን ጉባኤ አባላት በሙሉ ቅቡዓን ሳይሆኑ አይቀሩም። | የሆዋ ንቕቡኣት ድሕሪ ሞትን ትንሳኤን የሱስ እዩ ኺሓርዮም ጀሚሩ፣ ኣብታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ክርስትያናዊት ጉባኤ ዝነበሩ ዅላቶም ድማ ቅቡኣት ዝነበሩ እዩ ዚመስል። |
2,051 | tg_am | የሆዋ ንቕቡኣት ድሕሪ ሞትን ትንሳኤን የሱስ እዩ ኺሓርዮም ጀሚሩ፣ ኣብታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ክርስትያናዊት ጉባኤ ዝነበሩ ዅላቶም ድማ ቅቡኣት ዝነበሩ እዩ ዚመስል። | ይሖዋ ቅቡዓንን መምረጥ የጀመረው ኢየሱስ ሞቶ ከተነሳ በኋላ ነው፤ በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበረው የክርስቲያን ጉባኤ አባላት በሙሉ ቅቡዓን ሳይሆኑ አይቀሩም። |
2,052 | am_tg | ከመጀመሪያው መቶ ዘመን በኋላ እስከ መጨረሻዎቹ ቀናት መባቻ ባለው ጊዜ ውስጥ፣ የክርስቶስ ተከታዮች ነን ይሉ የነበሩት አብዛኞቹ ሰዎች ሐሰተኛ ክርስቲያኖች ነበሩ፤ ኢየሱስ እነዚህን ሰዎች ከእንክርዳድ ጋር አመሳስሏቸዋል። | ካብ ቀዳማይ ዘመን ክሳዕ መጀመርታ ዳሕሮት መዓልትታት፡ መብዛሕትኦም እቶም ሰዓብቲ የሱስ ኢና ዚብሉ ሰባት ናይ ሓሶት ክርስትያናት እዮም ነይሮም፣ የሱስ ከኣ ምስ ክርዳድ እዩ ኣመሳሲልዎም። |
2,053 | tg_am | ካብ ቀዳማይ ዘመን ክሳዕ መጀመርታ ዳሕሮት መዓልትታት፡ መብዛሕትኦም እቶም ሰዓብቲ የሱስ ኢና ዚብሉ ሰባት ናይ ሓሶት ክርስትያናት እዮም ነይሮም፣ የሱስ ከኣ ምስ ክርዳድ እዩ ኣመሳሲልዎም። | ከመጀመሪያው መቶ ዘመን በኋላ እስከ መጨረሻዎቹ ቀናት መባቻ ባለው ጊዜ ውስጥ፣ የክርስቶስ ተከታዮች ነን ይሉ የነበሩት አብዛኞቹ ሰዎች ሐሰተኛ ክርስቲያኖች ነበሩ፤ ኢየሱስ እነዚህን ሰዎች ከእንክርዳድ ጋር አመሳስሏቸዋል። |
2,054 | am_tg | ያም ሆኖ ይሖዋ በዚያ ጊዜ ውስጥ ታማኝ የሆኑ አንዳንዶችን መቀባቱን የቀጠለ ሲሆን እነዚህ ሰዎች ኢየሱስ እንደጠቀሰው ስንዴ ሆነው ተገኝተዋል። | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ኣብ ኵሉ እቲ ዝሓለፈ ግዜያት ንገሊኦም እሙናት ይቐብእ ነይሩ እዩ፣ ንሳቶም ድማ ከምቲ የሱስ ስርናይ ኢሉ ዝገለጾም ምዃኖም ኣርእዮም እዮም። |
2,055 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ኣብ ኵሉ እቲ ዝሓለፈ ግዜያት ንገሊኦም እሙናት ይቐብእ ነይሩ እዩ፣ ንሳቶም ድማ ከምቲ የሱስ ስርናይ ኢሉ ዝገለጾም ምዃኖም ኣርእዮም እዮም። | ያም ሆኖ ይሖዋ በዚያ ጊዜ ውስጥ ታማኝ የሆኑ አንዳንዶችን መቀባቱን የቀጠለ ሲሆን እነዚህ ሰዎች ኢየሱስ እንደጠቀሰው ስንዴ ሆነው ተገኝተዋል። |
2,056 | am_tg | በመጨረሻዎቹ ቀናትም ይሖዋ የ144,000ዎቹን አባላት መቀባቱን ቀጥሏል። | ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት፡ የሆዋ ነቶም ን144,000 ዜቝሙ ሰባት ካብ ምሕራይ ኣየቋረጸን። |
2,057 | tg_am | ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት፡ የሆዋ ነቶም ን144,000 ዜቝሙ ሰባት ካብ ምሕራይ ኣየቋረጸን። | በመጨረሻዎቹ ቀናትም ይሖዋ የ144,000ዎቹን አባላት መቀባቱን ቀጥሏል። |
2,058 | am_tg | ይሖዋ ለዚህ መብት ብቁ የሚሆኑ አንዳንድ ሰዎችን ለመምረጥ እስከ መጨረሻዎቹ ቀናት መገባደጃ ለመቆየት ከፈለገ በእሱ ጥበብ ላይ ጥያቄ ለማንሳት እኛ ማን ነን? | ንገሊኦም ሰባት ኣብዚ እዋን እዚ ድሒሩ ኺሓርዮም እንተ ወሲኑ፡ ንጥበቡ ኣብ ሕቶ እነእትዎ ንሕና መን ኢና፧ |
2,059 | tg_am | ንገሊኦም ሰባት ኣብዚ እዋን እዚ ድሒሩ ኺሓርዮም እንተ ወሲኑ፡ ንጥበቡ ኣብ ሕቶ እነእትዎ ንሕና መን ኢና፧ | ይሖዋ ለዚህ መብት ብቁ የሚሆኑ አንዳንድ ሰዎችን ለመምረጥ እስከ መጨረሻዎቹ ቀናት መገባደጃ ለመቆየት ከፈለገ በእሱ ጥበብ ላይ ጥያቄ ለማንሳት እኛ ማን ነን? |
2,060 | am_tg | በ11ኛው ሰዓት ለተቀጠሩት ሠራተኞች ጌታው ባደረገው ነገር ቅር ተሰኝተው እንዳጉረመረሙት ሰዎች እንዳንሆን መጠንቀቅ አለብን። | ከምቶም ጐይታኦም ኣብ መበል 11 ሰዓት ንዝቘጸሮም ሰብ ውዕለት ብዛዕባ ዝሓዘሉ መገዲ ዘጕረምረሙ ሰብ ውዕለት ከይንኸውን ክንጥንቀቕ ኣሎና። |
2,061 | tg_am | ከምቶም ጐይታኦም ኣብ መበል 11 ሰዓት ንዝቘጸሮም ሰብ ውዕለት ብዛዕባ ዝሓዘሉ መገዲ ዘጕረምረሙ ሰብ ውዕለት ከይንኸውን ክንጥንቀቕ ኣሎና። | በ11ኛው ሰዓት ለተቀጠሩት ሠራተኞች ጌታው ባደረገው ነገር ቅር ተሰኝተው እንዳጉረመረሙት ሰዎች እንዳንሆን መጠንቀቅ አለብን። |
2,062 | am_tg | በዛሬው ጊዜ አምላክ እንዲህ ያለ ጥያቄ አያቀርብልንም። | ሎሚ ኣምላኽ ከምቲ ንኣብርሃም ኪገብሮ ዝሓተቶ ነገር ኣይሓትተናን እዩ። |
2,063 | tg_am | ሎሚ ኣምላኽ ከምቲ ንኣብርሃም ኪገብሮ ዝሓተቶ ነገር ኣይሓትተናን እዩ። | በዛሬው ጊዜ አምላክ እንዲህ ያለ ጥያቄ አያቀርብልንም። |
2,064 | am_tg | ሆኖም ትእዛዛቱን መፈጸም ከባድ በሚሆንብን ወይም አንድ ዓይነት መመሪያ የተሰጠበትን ምክንያት ሙሉ በሙሉ በማንረዳበት ጊዜም እንኳ እንድንታዘዘው ይጠብቅብናል። | ኰይኑ ግና፡ ትእዛዛቱ ንምሕላዉ ኸቢድ ኣብ ዝዀነሉ ግዜ ወይ ስለምንታይ እቲ ትእዛዛት እቲ ኸም ዝሃበና ኣብ ዘይንርድኣሉ እዋን እኳ እንተ ዀነ፡ ክንእዘዞ ይሓትተና እዩ። |
2,065 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ትእዛዛቱ ንምሕላዉ ኸቢድ ኣብ ዝዀነሉ ግዜ ወይ ስለምንታይ እቲ ትእዛዛት እቲ ኸም ዝሃበና ኣብ ዘይንርድኣሉ እዋን እኳ እንተ ዀነ፡ ክንእዘዞ ይሓትተና እዩ። | ሆኖም ትእዛዛቱን መፈጸም ከባድ በሚሆንብን ወይም አንድ ዓይነት መመሪያ የተሰጠበትን ምክንያት ሙሉ በሙሉ በማንረዳበት ጊዜም እንኳ እንድንታዘዘው ይጠብቅብናል። |
2,066 | am_tg | ከአምላክ ትእዛዛት መካከል ለመታዘዝ የሚከብድህ አለ? | ኣምላኽ ክትገብሮ ዚደልየካ ኣጸጋሚ ዝዀነካ ነገር ክትዝክርዶ ትኽእል፧ |
2,067 | tg_am | ኣምላኽ ክትገብሮ ዚደልየካ ኣጸጋሚ ዝዀነካ ነገር ክትዝክርዶ ትኽእል፧ | ከአምላክ ትእዛዛት መካከል ለመታዘዝ የሚከብድህ አለ? |
2,068 | am_tg | አንዳንዶች የስብከቱ ሥራ ከባድ ይሆንባቸዋል። | ንገሊኦም ዕዮ ስብከት ይኸብዶም እዩ። |
2,069 | tg_am | ንገሊኦም ዕዮ ስብከት ይኸብዶም እዩ። | አንዳንዶች የስብከቱ ሥራ ከባድ ይሆንባቸዋል። |
2,070 | am_tg | ዓይናፋር በመሆናቸው ለማያውቁት ሰው ምሥራቹን መንገር ይጨንቃቸው ይሆናል። | ምናልባት ሓፋራት ብምዃኖም፡ ንዘይፈልጥዎ ሰብ ቀሪቦም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምንጋር ይኸብዶም ይኸውን። |
2,071 | tg_am | ምናልባት ሓፋራት ብምዃኖም፡ ንዘይፈልጥዎ ሰብ ቀሪቦም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምንጋር ይኸብዶም ይኸውን። | ዓይናፋር በመሆናቸው ለማያውቁት ሰው ምሥራቹን መንገር ይጨንቃቸው ይሆናል። |
2,072 | am_tg | ሌሎች ደግሞ በትምህርት ቤት አሊያም በሥራ ቦታ አብረዋቸው ካሉት ሰዎች የተለዩ መሆን ተፈታታኝ ሊሆንባቸው ይችላል። | ገሊኦም ከኣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ ስራሕ ካብ ካልኦት እተፈልዩ ምዃኖም ይኸብዶም እዩ። |
2,073 | tg_am | ገሊኦም ከኣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ ስራሕ ካብ ካልኦት እተፈልዩ ምዃኖም ይኸብዶም እዩ። | ሌሎች ደግሞ በትምህርት ቤት አሊያም በሥራ ቦታ አብረዋቸው ካሉት ሰዎች የተለዩ መሆን ተፈታታኝ ሊሆንባቸው ይችላል። |
2,074 | am_tg | አንተም ልክ እንደ አብርሃም የሞሪያን ተራራ እየወጣህ ያለ ያህል፣ የተሰጠህ ሥራ ከአቅምህ በላይ እንደሆነ ይሰማሃል? | ከም ኣብርሃም ልዕሊ ዓቕምኻ ዝዀነ ነገር ንምግባር ናብ ከረን ሞርያ ትድይብ ከም ዘለኻ ዀይኑዶ ይስምዓካ፧ |
2,075 | tg_am | ከም ኣብርሃም ልዕሊ ዓቕምኻ ዝዀነ ነገር ንምግባር ናብ ከረን ሞርያ ትድይብ ከም ዘለኻ ዀይኑዶ ይስምዓካ፧ | አንተም ልክ እንደ አብርሃም የሞሪያን ተራራ እየወጣህ ያለ ያህል፣ የተሰጠህ ሥራ ከአቅምህ በላይ እንደሆነ ይሰማሃል? |
2,076 | am_tg | ከሆነ ስለ አብርሃምና ስላሳየው እምነት ማሰብህ ደፋር እንድትሆን ይረዳሃል! ታማኝ ወንዶችና ሴቶች በተዉት ምሳሌ ላይ ማሰላሰላችን እነሱን ለመምሰልና ከይሖዋ ጋር የጠበቀ ወዳጅነት እንዲኖረን ለማድረግ ያነሳሳናል። | ከምኡ እንተ ተሰሚዑካ፡ ብዛዕባ ኣብርሃምን እምነቱን ሕሰብ! ብዛዕባ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ምስትንታንካ፡ ንዓታቶም ንምምሳልን ንየሆዋ ኸም ፈታዊኻ ንምቕራቡን ክትድረኽ ትኽእል ኢኻ። |
2,077 | tg_am | ከምኡ እንተ ተሰሚዑካ፡ ብዛዕባ ኣብርሃምን እምነቱን ሕሰብ! ብዛዕባ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ምስትንታንካ፡ ንዓታቶም ንምምሳልን ንየሆዋ ኸም ፈታዊኻ ንምቕራቡን ክትድረኽ ትኽእል ኢኻ። | ከሆነ ስለ አብርሃምና ስላሳየው እምነት ማሰብህ ደፋር እንድትሆን ይረዳሃል! ታማኝ ወንዶችና ሴቶች በተዉት ምሳሌ ላይ ማሰላሰላችን እነሱን ለመምሰልና ከይሖዋ ጋር የጠበቀ ወዳጅነት እንዲኖረን ለማድረግ ያነሳሳናል። |
2,078 | am_tg | ሳኦል ዳዊትን ለመግደል ቆርጦ ስለተነሳ ዮናታን ለማን ታማኝ መሆን እንዳለበት ግራ ተጋብቶ ነበር። | ሳኦል ንዳዊት ኪቐትሎ ስለ ዝቘረጸ፡ ዮናታን ንመን እሙን ኪኸውን ከም ዘለዎ ኺመርጽ ተገዲዱ እዩ። |
2,079 | tg_am | ሳኦል ንዳዊት ኪቐትሎ ስለ ዝቘረጸ፡ ዮናታን ንመን እሙን ኪኸውን ከም ዘለዎ ኺመርጽ ተገዲዱ እዩ። | ሳኦል ዳዊትን ለመግደል ቆርጦ ስለተነሳ ዮናታን ለማን ታማኝ መሆን እንዳለበት ግራ ተጋብቶ ነበር። |
2,080 | am_tg | ዮናታን ከዳዊት ጋር ቃል ኪዳን የተጋባ ቢሆንም ለአባቱም ታዛዥ ነበር። | ምስ ዳዊት ኪዳን እኳ እንተ ተኣታተወ፡ ዮናታን ንኣቦኡ እውን ይግዝኦ ነይሩ እዩ። |
2,081 | tg_am | ምስ ዳዊት ኪዳን እኳ እንተ ተኣታተወ፡ ዮናታን ንኣቦኡ እውን ይግዝኦ ነይሩ እዩ። | ዮናታን ከዳዊት ጋር ቃል ኪዳን የተጋባ ቢሆንም ለአባቱም ታዛዥ ነበር። |
2,082 | am_tg | ሆኖም ዮናታን፣ አምላክ ከዳዊት እንጂ ከሳኦል ጋር እንዳልሆነ ያውቅ ነበር። | ኰይኑ ግና፡ ኣምላኽ ምስ ዳዊት እምበር፡ ምስ ሳኦል ከም ዘይኰነ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
2,083 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ኣምላኽ ምስ ዳዊት እምበር፡ ምስ ሳኦል ከም ዘይኰነ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ሆኖም ዮናታን፣ አምላክ ከዳዊት እንጂ ከሳኦል ጋር እንዳልሆነ ያውቅ ነበር። |
2,084 | am_tg | በመሆኑም ዮናታን ከሳኦል ይበልጥ ለዳዊት ታማኝ ሆኗል። | ስለዚ ድማ፡ ነቲ ንዳዊት ዝነበሮ ተኣማንነት፡ ካብቲ ንኣቦኡ ዝነበሮ ተኣማንነት ኣቐዲምዎ እዩ። |
2,085 | tg_am | ስለዚ ድማ፡ ነቲ ንዳዊት ዝነበሮ ተኣማንነት፡ ካብቲ ንኣቦኡ ዝነበሮ ተኣማንነት ኣቐዲምዎ እዩ። | በመሆኑም ዮናታን ከሳኦል ይበልጥ ለዳዊት ታማኝ ሆኗል። |
2,086 | am_tg | ዳዊትን እንዲደበቅ ካስጠነቀቀው በኋላ ስለ እሱ ለአባቱ መልካም ነገር ተናግሯል። | በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ፡ ንዳዊት ኪሕባእ ኣጠንቂቕዎ፡ ደሓር እውን ብዛዕባኡ ኣብ ቅድሚ ሳኦል ጽቡቕ ተዛሪቡ እዩ። |
2,087 | tg_am | በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ፡ ንዳዊት ኪሕባእ ኣጠንቂቕዎ፡ ደሓር እውን ብዛዕባኡ ኣብ ቅድሚ ሳኦል ጽቡቕ ተዛሪቡ እዩ። | ዳዊትን እንዲደበቅ ካስጠነቀቀው በኋላ ስለ እሱ ለአባቱ መልካም ነገር ተናግሯል። |
2,088 | am_tg | እኛም ካልተጠነቀቅን ለአንድ አገር፣ ትምህርት ቤት ወይም የስፖርት ቡድን ያለን ታማኝነት ቀስ በቀስ ለአምላክ ካለን ታማኝነት ሊበልጥብን ይችላል። | እንተ ዘይተጠንቂቕና፡ ንሃገርና፡ ንቤት ትምህርትና፡ ወይ ንናይ ስፖርት ጋንታና ዘሎና ተኣማንነት፡ ነቲ ንኣምላኽ ዘሎና ተኣማንነት ኬዳኽሞ ይኽእል እዩ። |
2,089 | tg_am | እንተ ዘይተጠንቂቕና፡ ንሃገርና፡ ንቤት ትምህርትና፡ ወይ ንናይ ስፖርት ጋንታና ዘሎና ተኣማንነት፡ ነቲ ንኣምላኽ ዘሎና ተኣማንነት ኬዳኽሞ ይኽእል እዩ። | እኛም ካልተጠነቀቅን ለአንድ አገር፣ ትምህርት ቤት ወይም የስፖርት ቡድን ያለን ታማኝነት ቀስ በቀስ ለአምላክ ካለን ታማኝነት ሊበልጥብን ይችላል። |
2,090 | am_tg | ቼዝ መጫወት ይወድ የነበረውን የሄንሪን ሁኔታ እንደ ምሳሌ እንመልከት። | ንኣብነት፡ ሄንሪ፡ ቸስ ምጽዋት ይፈቱ እዩ። |
2,091 | tg_am | ንኣብነት፡ ሄንሪ፡ ቸስ ምጽዋት ይፈቱ እዩ። | ቼዝ መጫወት ይወድ የነበረውን የሄንሪን ሁኔታ እንደ ምሳሌ እንመልከት። |
2,092 | am_tg | ትምህርት ቤቱ በቼዝ ውድድር ሁልጊዜ ያሸንፍ ስለነበር እሱም ለማሸነፍ የተቻለውን ጥረት ማድረግ እንዳለበት ይሰማው ነበር። | ቤት ትምህርቱ ድማ ነቲ ውድድር ናይ ምዕዋት ልምዲ ነበራ፣ ንሱ እውን ዚከኣሎ ጻዕሪ ኺገብር ደለየ። |
2,093 | tg_am | ቤት ትምህርቱ ድማ ነቲ ውድድር ናይ ምዕዋት ልምዲ ነበራ፣ ንሱ እውን ዚከኣሎ ጻዕሪ ኺገብር ደለየ። | ትምህርት ቤቱ በቼዝ ውድድር ሁልጊዜ ያሸንፍ ስለነበር እሱም ለማሸነፍ የተቻለውን ጥረት ማድረግ እንዳለበት ይሰማው ነበር። |
2,094 | am_tg | እንዲህ ብሏል፦ ለትምህርት ቤቴ የማሳየው ታማኝነት ለአምላክ ከማሳየው ታማኝነት ቀስ በቀስ እየበለጠ ሄደ። | ኰይኑ ግና፡ ዘጋጠሞ ነገር ባዕሉ ኸምዚ ኢሉ ገሊጹ እዩ፦ በብቝሩብ ንቤት ትምህርትና ዝነበረኒ ተኣማንነት ካብቲ ንኣምላኽ ዝነበረኒ ተኣማንነት ንላዕሊ ቐዳምነት ክህቦ ጀሚረ። |
2,095 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ዘጋጠሞ ነገር ባዕሉ ኸምዚ ኢሉ ገሊጹ እዩ፦ በብቝሩብ ንቤት ትምህርትና ዝነበረኒ ተኣማንነት ካብቲ ንኣምላኽ ዝነበረኒ ተኣማንነት ንላዕሊ ቐዳምነት ክህቦ ጀሚረ። | እንዲህ ብሏል፦ ለትምህርት ቤቴ የማሳየው ታማኝነት ለአምላክ ከማሳየው ታማኝነት ቀስ በቀስ እየበለጠ ሄደ። |
2,096 | am_tg | ቅዳሜና እሁድ የሚደረጉት የቼዝ ጨዋታዎች ለመንግሥቱ አገልግሎት የማውለውን ጊዜ እየተሻሙብኝ መጡ። | ብሰንኪ እቲ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ዚግበር ጸወታ ቸስ፡ ንኣገልግሎተይ ግዜ እስእን ነይረ። |
2,097 | tg_am | ብሰንኪ እቲ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ዚግበር ጸወታ ቸስ፡ ንኣገልግሎተይ ግዜ እስእን ነይረ። | ቅዳሜና እሁድ የሚደረጉት የቼዝ ጨዋታዎች ለመንግሥቱ አገልግሎት የማውለውን ጊዜ እየተሻሙብኝ መጡ። |
2,098 | am_tg | በመሆኑም ከቼዝ ቡድኑ ለመውጣት ወሰንኩ። | ስለዚ፡ ካብቲ ጋንታ ቸስ ክወጽእ ወሲነ። |
2,099 | tg_am | ስለዚ፡ ካብቲ ጋንታ ቸስ ክወጽእ ወሲነ። | በመሆኑም ከቼዝ ቡድኑ ለመውጣት ወሰንኩ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.