Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,200
am_tg
እንዲህ ያለውን መመሪያ በፈቃደኝነት በመቀበልና ተግባራዊ በማድረግ አመስጋኝ መሆናችንን እንዲሁም ይሖዋን ከልባችን እንደምንወደው እናሳያለን።
ነዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ ምኽሪ ተቐቢልና ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ መማሰውቲ ኸም ዝዀንናን ንየሆዋ ኻብ ልብና ኸም እነፍቅሮን ነርኢ።
2,201
tg_am

2,202
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ ያሰፈረውን ይህን ሐሳብ በጥልቀትና በአድናቆት ልናስብበት ይገባል።
እዚ ብሃዋርያ ዮሃንስ እተዋህበ ሓሳብ ብሓቂ ብዕምቈት ከነስተንትነሉ ዚግብኣና እዩ።
2,203

2,204
am_tg
ዮሐንስ አብ ምን ያህል ታላቅ ፍቅር እንዳሳየን ተመልከቱ ሲል ክርስቲያኖች አምላክ ለእነሱ ያለው ፍቅር ምን ያህል ጥልቅና ሰፊ እንደሆነ እንዲሁም ፍቅሩን ያሳየበትን መንገድ እንዲያስቡ ማበረታታቱ ነበር።
ዮሃንስ፡ ኣቦ ኸመይ ዝበለ ፍቕሪ ኸም ዝሃበና እሞ ርኣዩ ኺብል ከሎ፡ ክርስትያናት ብዛዕባ ባህርይን ዕቤትን እቲ ኣምላኽ ንዓታቶም ዘለዎ ፍቕሪ ኺሓስቡን ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዘፍቀሮም ኬስተንትኑን እዩ ዚምሕጸኖም ነይሩ።
2,205

2,206
am_tg
ከዚህ አንጻር የይሖዋን ፍቅር መረዳት ከቻልን ለእሱ ያለን ፍቅር ያድጋል፤ እንዲሁም ከእሱ ጋር ያለን ዝምድና ይጠናከራል።
በዚ ኸምዚ ፍቕሪ የሆዋ ምስ እንርዳእ፡ ንዕኡ ዓሚቝ ፍቕሪ ይህልወና፣ ነቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ ድማ የደልድሎ።
2,207

2,208
am_tg
ይሁንና አንዳንዶች አምላክ ሰዎችን ይወዳል የሚለው ሐሳብ አይዋጥላቸውም።
ንገሊኦም ግና፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ የፍቅሮም እዩ ዚብል ሓሳብ ሓድሽ እዩ ዚዀኖም።
2,209

2,210
am_tg
አምላክ፣ ሰዎች እንዲፈሩትና እንዲታዘዙት ብቻ የሚፈልግ አካል እንደሆነ አድርገው ያስባሉ።
ንኣምላኽ ክትፈርሆን ክትእዘዞን ከም ዘሎካ ጥራይ ገይሮም እዮም ዚሓስቡ።
2,211

2,212
am_tg
አሊያም በውስጣቸው ሥር ከሰደደ የተሳሳተ ትምህርት የተነሳ ሊሆን ይችላል አምላክ አፍቃሪ እንዳልሆነና እነሱም ሊወዱት እንደማይችሉ ይሰማቸዋል።
ወይ ከኣ፡ ብሰንኪ ገሊኡ ሱር ዝሰደደ ግጉይ ትምህርትታት፡ ኣምላኽ ዘየፍቅርን ዘይፍቀርን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
2,213

2,214
am_tg
በአንጻሩ ደግሞ የፈለጉትን ነገር ቢያደርጉም ወይም የሚጠበቅባቸውን ነገር ሳያደርጉ ቢቀሩም እንኳ አምላክ እንደሚወዳቸው የሚያምኑ ሰዎች አሉ።
በቲ ኻልእ ሸነኽ ግና፡ ኣምላኽ ብዘይ ቅድመ ዅነት ከም ዜፍቅር፡ እቲ ዝገበርዎ ወይ ዘይገበርዎ ነገር ብዘየገድስ እውን፡ ከም ዜፍቅሮም ዚኣምኑ ሰባት ኣለዉ።
2,215

2,216
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስን ስታጠና ፍቅር የይሖዋ ዋነኛ ባሕርይ እንደሆነና ለእኛ ሲል ልጁን ቤዛ አድርጎ እንዲሰጥ ያነሳሳውም ፍቅር መሆኑን ተምረሃል።
መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ከለኻ፡ ፍቕሪ ዝዓበየት ባህርይ የሆዋ ምዃናን ንወዱ ኣብ ክንዳና በጃ ገይሩ ኺህብ ከም ዝደረኸቶን ተማሂርካ ኢኻ።
2,217

2,218
am_tg
ጮክ ብሎ ማንበብ ያነበቡትን ነገር በቀላሉ ለማስታወስ እንደሚረዳ ሳይንሳዊ የምርምር ውጤቶች አረጋግጠዋል።
ስነ ፍልጠታዊ ምርምር ከም ዚሕብሮ፡ ከተጽንዕ ከለኻ ነቲ ቓላት ዓው ኢልካ ምንባብ ነቲ እተንብቦ ንምዝካሩ ዝቐለለ ይገብረልካ እዩ።
2,219

2,220
am_tg
አእምሯችንን የፈጠረው አምላክ ደግሞ ይህን ያውቃል።
እቲ ፈጣሪ ኣእምሮና ድማ ነዚ ይፈልጥ እዩ።
2,221
tg_am
እቲ ፈጣሪ ኣእምሮና ድማ ነዚ ይፈልጥ እዩ።
አእምሯችንን የፈጠረው አምላክ ደግሞ ይህን ያውቃል።
2,222
am_tg
በመሆኑም ኢያሱን የሕጉን መጽሐፍ በለሆሳስ አንብበው በማለት አዞታል።
ስለዚ ኸኣ፡ ነቲ መጽሓፍ ሕጉ፡ ብትሕቲ መልሓስካ ኣንብቦ ኢሉ ንእያሱ ነገሮ።
2,223

2,224
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስን ዝቅ ባለ ድምፅ ወይም በለሆሳስ ማንበብ የምታነበው ነገር አእምሮህ ላይ በሚገባ እንዲቀረጽ ያደርጋል።
ንመጽሓፍ ቅዱስ ብትሑት ድምጺ ወይ ብትሕቲ መልሓስካ ምስ እተንብቦ፡ ኣብ ኣእምሮኻ ሓያል ጦብላሕታ ኼሕድረልካ እዩ።
2,225

2,226
am_tg
ይህም በተሻለ ሁኔታ አእምሮህን መሰብሰብ እንድትችል ይረዳሃል።
እዚ ኸኣ፡ ዝያዳ ኸም እተተኵር ኪገብረካ ይኽእል እዩ።
2,227
tg_am
እዚ ኸኣ፡ ዝያዳ ኸም እተተኵር ኪገብረካ ይኽእል እዩ።
ይህም በተሻለ ሁኔታ አእምሮህን መሰብሰብ እንድትችል ይረዳሃል።
2,228
am_tg
ማንበብ ብዙ ጥረት የሚጠይቅ ባይሆንም ማሰላሰል ግን ትኩረትን ማሰባሰብ ይጠይቃል።
ንባብ ብዙሕ ጻዕሪ ዘይሓትት ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ ምስትንታን ግና ትዅረት ዚሓትት እዩ።
2,229

2,230
am_tg
ፍጽምና የሚጎድለው የሰው አእምሮ ብዙ ማሰብ በማይጠይቁና እምብዛም አድካሚ ባልሆኑ ሥራዎች በቀላሉ የመወሰድ አዝማሚያ ያለው ከዚህ የተነሳ ነው።
እቲ ዘይፍጹም ሰብኣዊ ኣእምሮና ድማ፡ ኣብ ቀሊልን ብዙሕ ኣትኵሮ ኣብ ዘየድልዮን ነገር ናይ ምትኳር ዝንባለ ኣለዎ።
2,231

2,232
am_tg
በመሆኑም ለማሰላሰል ይበልጥ አመቺ የሆነው ጊዜ ዘና የምትልበት እንዲሁም ትኩረትህን የሚሰርቁና የሚያስጨንቁ ነገሮች የሌሉበት ወቅት ነው።
ስለዚ፡ ከተስተንትነሉ እትኽእል ዝበለጸ ግዜ፡ ከተዕርፍ ከለኻን ካብ ውጥረትን ዜስግል ነገራትን ናጻ ኽትከውን ከለኻን እዩ።
2,233

2,234
am_tg
መዝሙራዊው፣ ሌሊት ከእንቅልፉ የሚነቃበት ጊዜ ለማሰላሰል ጥሩ ሰዓት እንደሆነ ተረድቷል።
ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ መጽሓፍ መዝሙር፡ ለይቲ ኣብ ዓራቱ ነቒሑ ኸሎ ምስትንታን ዝሓሸ ግዜ ዀይኑ ረኺብዎ እዩ።
2,235

2,236
am_tg
ፍጹም አእምሮ የነበረው ኢየሱስ ጸጥ ባለ ቦታ ማሰላሰልና መጸለይ ምን ያህል ጥቅም እንዳለው ተገንዝቦ ነበር።
እቲ ፍጹም ኣእምሮ ዝነበሮ የሱስ፡ ንምስትንታንን ንምጽላይን ኣብ ብሕትው ዝበለ ቦታታት ምዃን ጥቕሚ ኸም ዘለዎ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,237

2,238
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበረው የክርስቲያን ጉባኤ አይሁዳውያንን፣ ግሪካውያንን፣ ሮማውያንንና ሌሎች ዜጎችን ያቀፈ ነበር።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረት ክርስትያናዊት ጉባኤ ብኣይሁድን ብግሪኻውያንን ብሮማውያንን ካልእ ዜግነት ብዝነበሮም ሰባትን ዝቘመት እያ ነይራ።
2,239

2,240
am_tg
እነዚህ ሰዎች የተለያየ ሃይማኖት፣ ባሕልና ምርጫ ነበራቸው።
እቶም ሰባት እተፈላለየ ሃይማኖትን ድሕረ ባይታን ልምድታትን ስምዒታትን ዝነበሮም እዮም።
2,241

2,242
am_tg
በዚህም የተነሳ አንዳንዶች አዲሱን የአምልኮ ሥርዓት መከተል ወይም የቀድሞ ልማዶቻቸውን ሙሉ በሙሉ መተው ከብዷቸው ነበር።
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ ገሊኣቶም ነቲ ሓድሽ ኣገባብ ኣምልኾ ኪቕበልዎ ወይ ከኣ ነቲ ናይ ቀደም መገድታቶም ምሉእ ብምሉእ ኪሓድግዎ ይኸብዶም ነይሩ እዩ።
2,243

2,244
am_tg
በመሆኑም ሐዋርያው ጳውሎስ፣ እነዚህ ክርስቲያኖች አንድ አምላክ ብቻ እንዳላቸው ይኸውም ይሖዋን ብቻ ማምለክ እንደሚገባቸው ማሳሰብ አስፈላጊ እንደሆነ ተሰምቶታል።
ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንክርስትያናት ሓደ ኣምላኽ፡ የሆዋ፡ ጥራይ ከም ዘለዎም ኬዘኻኽሮም እምበኣር ሓቁ እዩ።
2,245

2,246
am_tg
በዛሬው ጊዜ በክርስቲያን ጉባኤ ውስጥ ያለው ሁኔታስ ምን ይመስላል?
ኣብዛ ሎሚ ዘላ ክርስትያናዊት ጉባኤ ዘሎ ዅነታትከ ኸመይ እዩ፧
2,247

2,248
am_tg
ነቢዩ ኢሳይያስ በዘመኑ መጨረሻ ላይ ከብሔራት ሁሉ የተውጣጡ ሰዎች በተራራ ወደተመሰለው ወደ እውነተኛው አምልኮ እንደሚጎርፉ ትንቢት ተናግሮ ነበር።
ነብዪ ኢሳይያስ፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ካብ ኵሎም ኣህዛብ ዝዀኑ ሰባት ናብቲ ልዕል ዝበለ ቦታ ናይ ሓቂ ኣምልኾ የሆዋ ኸም ዚውሕዙ ተነብዩ ነይሩ እዩ።
2,249

2,250
am_tg
እነዚህ ሰዎች ይሖዋ ስለ መንገዶቹ ያስተምረናል፤ በጎዳናዎቹም እንሄዳለን ይላሉ።
እቶም ህዝብታት፡ የሆዋ ጐደናታቱ ኺምህረና፡ ንሕና እውን ብመገድታቱ ኽንመላለስ ኢና እዮም ዚብሉ።
2,251

2,252
am_tg
ይህ ትንቢት ሲፈጸም የማየት አጋጣሚ በማግኘታችን እንዴት ታድለናል! ትንቢቱ በመፈጸሙ ጉባኤዎቻችን የተለያየ ዘር፣ ባሕልና ቋንቋ ያላቸውን ወንድሞችና እህቶች ያቀፉ ሆነዋል፤ ይህም ለይሖዋ ውዳሴ ያመጣል።
እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትና ኺፍጸም ከሎ ምርኣይሲ ኣየ ኽንደይ ዜሐጕስ ኰን እዩ! ከም ውጽኢቱ ኸኣ፡ ኣብ ሓያሎ ጉባኤታት እተፈላለየ ዓሌትን ባህልን ቋንቋን ዘለዎም ሰባት ንየሆዋ ይውድስዎ ኣለዉ።
2,253

2,254
am_tg
ሰይጣን፣ በሕይወታችን ደስተኛ መሆን ከፈለግን መሠረታዊ ከሆኑት ቁሳዊ ነገሮች ባሻገር ሌሎች ተጨማሪ ነገሮች እንደሚያስፈልጉን ሊያሳምነን ይሞክራል፤ ይህን ለማድረግም የንግዱን ዓለም ይጠቀማል።
ሰይጣን ብናይ ንግዲ ስርዓቱ ገይሩ፡ ኣብ ህይወትና ሓጐስ ንምርካብ፡ ካብቲ ብሓቂ ዜድልየና ንላዕሊ ስጋዊ ነገራት ከነጥሪ ኸም ዜድልየና ኣምሲሉ ኺሓብለና ይፍትን እዩ።
2,255

2,256
am_tg
የዓይን አምሮት እንዲያድርብን በማድረግ ረገድ የተካነ ነው።
ንትምኒት ኣዒንቲ ዚማርኽ ነገር ናይ ምቕራብ ክእለት ኣለዎ።
2,257
tg_am
ንትምኒት ኣዒንቲ ዚማርኽ ነገር ናይ ምቕራብ ክእለት ኣለዎ።
የዓይን አምሮት እንዲያድርብን በማድረግ ረገድ የተካነ ነው።
2,258
am_tg
ይህ ዓለም፣ ምርጥ ከሚባሉት አንስቶ እርባና ቢስ እስከሆኑት ነገሮች ድረስ በርካታ ቁሳዊ ነገሮችን ያቀርባል፤ ከእነዚህ አንዳንዶቹ በጣም የሚያጓጉ ሊሆኑ ይችላሉ።
ዓለም ዚጠቅምን ዘይጠቅምን በብዓይነቱ ስጋዊ ነገራት እያ እተቕርበልና፣ ገሊኡ ድማ ኣዝዩ ዜህርር እዩ።
2,259

2,260
am_tg
አንድን ዕቃ በማስታወቂያ ስላየኸው ወይም ሱቅ ውስጥ የተቀመጠበት መንገድ ቀልብህን ስለሳበው ብቻ ገዝተህ ታውቃለህ?
ብሓቂ ስለ ዜድልየካ ዘይኰነስ፡ ኣብ መወዓውዒ ስለ ዝረኣኻዮ፡ ወይ ኣብ ቤት መሸጣ ውቁብ ኰይኑ ስለ እተራእየካ፡ ኣቕሓ ዓዲግካዶ ትፈልጥ፧
2,261

2,262
am_tg
በኋላ ላይ ስታስበው ግን የገዛኸው ነገር ጨርሶ እንደማያስፈልግህ ተገንዝበህ ይሆናል።
ድሕሪኡ እቲ ኣቕሓ ዚዓብስ ከም ዘይኰነ ኣስተውዒልካዶ፧
2,263

2,264
am_tg
እንዲህ ያሉት አላስፈላጊ ነገሮች ሕይወታችንን ከማወሳሰብና ጫና ከመፍጠር ባለፈ የሚፈይዱልን ነገር አይኖርም።
ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ግድን ዘየድሊ ነገራት ንህይወትና ይሓላልኾን ጾር ይዀነናን እዩ።
2,265

2,266
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስን እንደ ማጥናት፣ ለስብሰባዎች እንደ መዘጋጀትና በስብሰባዎች ላይ እንደ መገኘት እንዲሁም በአገልግሎት ላይ አዘውትሮ እንደ መካፈል የመሳሰሉ መንፈሳዊ ልማዶቻችንን ሊያስተጓጉሉብንና ወጥመድ ሊሆኑብን ይችላሉ።
መፈንጠራ ኪዀነናን ካብ መንፈሳዊ ልማድና ናብ ካልእ ከም እነስግል ኪገብረናን ይኽእል እዩ፣ በዚ ኸምዚ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እንገብሮ መጽናዕቲ፡ ንኣኼባና ምድላውን ኣብኡ ምእካብን፡ ኣብ ኣገልግሎት እንገብሮ ስሩዕ ተሳትፎን ኪተዓናቐፍ ይኽእል።
2,267

2,268
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ ዓለምም ሆነ ምኞቱ ያልፋሉ በማለት የሰጠውን ማስጠንቀቂያ ማስታወሳችን ተገቢ ነው።
ሃዋርያ ዮሃንስ፡ ዓለም ትሓልፍ እያ ዘላ ኢሉ ኸም ዘጠንቀቐ ኣይንረስዕ።
2,269

2,270
am_tg
የአምላክ ሕዝቦች በተቻለ መጠን ምሥራቹን ለብዙ ሰዎች ለማድረስ የተለያዩ ዘዴዎችን ተጠቅመዋል።
ህዝቢ ኣምላኽ ብእተኻእሎም መጠን ንብዙሓት እቲ ብስራት ምእንቲ ኺነግሩ፡ እተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሞም እዮም።
2,271

2,272
am_tg
በተለይ ሠራተኞቹ ጥቂት በነበሩበት ወቅት ይህ በጣም አስፈላጊ ነበር።
ዓየይቲ ሒደት ስለ ዝዀኑ ኸኣ፡ ከምኡ ምግባር ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ነይሩ።
2,273

2,274
am_tg
በ20ኛው መቶ ዘመን መባቻ አካባቢ የይሖዋ ሕዝቦች ቁጥር ጥቂት በሆነባቸው ቦታዎች ምሥራቹን ለብዙ ሰዎች ለማድረስ ጋዜጦች ጥቅም ላይ ውለዋል።
ኣብ መጀመርታ 20 ዘመን፡ ኣብቲ ህዝቢ የሆዋ ሒደት ዝነበሩሉ ቦታታት ንዚርከቡ ብዙሓት ሰባት ንምብጻሕ ጋዜጣታት ንጥቀም ኔርና ኢና።
2,275

2,276
am_tg
ወንድም ቻርልስ ቴዝ ራስል፣ ስብከቶቹን ለአንድ የጋዜጣ ድርጅት በየሳምንቱ ይልክ ነበር።
ኣብ ሰሰሙን ሓውና ቻርለስ ቴዝ ራስል ሓደ ስብከት ብተሌግራፍ ገይሩ ናብ ጕጅለ ኣዳለውቲ ጋዜጣ ይልእኽ ነበረ።
2,277

2,278
am_tg
ድርጅቱም ስብከቶቹን በዩናይትድ ስቴትስ፣ በካናዳና በአውሮፓ ባሉ ጋዜጦች ላይ እንዲወጡ በቴሌግራፍ ይልካል።
ንሳቶም ከኣ ነቲ ስብከት ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን ካናዳን ኤውሮጳን ናብ ዝነበራ ጋዜጣታት ብተሌግራፍ ይልእክዎ ነበሩ።
2,279

2,280
am_tg
በ1913 የወንድም ራስል ስብከቶች በ2,000 ጋዜጦች ላይ ይታተሙ የነበረ ሲሆን 15,000,000 የሚያህሉ አንባቢዎች ዘንድ ይደርሱ እንደነበር ይገመታል።
ብ1913 ስብከታት ሓውና ራስል ኣብ 2,000 ጋዜጣታት ተሓቲሙ፡ ብገምጋም ንልዕሊ 15,000,000 ኣንበብቲ ይበጽሕ ነበረ።
2,281

2,282
am_tg
ወንድም ራስል ከሞተ በኋላ ምሥራቹን ለማዳረስ የሚያስችል ሌላ ውጤታማ ዘዴ ጥቅም ላይ ዋለ።
ሓውና ራስል ምስ ሞተ፡ ካልእ ነቲ ብስራት ንምዝርጋሕ ዚሕግዝ ውጽኢታዊ ዝዀነ ሜላ ኽንጥቀም ጀመርና።
2,283

2,284
am_tg
ሚያዝያ 16, 1922 ወንድም ጆሴፍ ፍራንክሊን ራዘርፎርድ በሬዲዮ የሚተላለፍ ንግግር አቀረበ፤ ወንድም ራዘርፎርድ በሬዲዮ ካስተላለፋቸው የመጀመሪያ ንግግሮች አንዱ የሆነውን ይህን ንግግር 50,000 ያህል ሰዎች እንዳዳመጡት ይገመታል።
ብ16 ሚያዝያ 1922፡ ሓውና ጆሴፍ ፍራንክሊን ራዘርፎርድ ንኣስታት 50,000 ሰባት ሓደ ኻብቲ ናይ መጀመርታኡ ዝዀነ ፈነወ ረድዮ ኣስምዐ።
2,285

2,286
am_tg
ከዚያም የካቲት 24, 1924 የድርጅቱ የመጀመሪያ የሬዲዮ ጣቢያ ይኸውም ደብልዩ ቢ ቢ አር ስርጭት ጀመረ።
ብ24 ለካቲት 1924 ከኣ፡ እቲ ዳብልዩ.ቢ.ቢ.ኣር WBBR ዚብሃል ናይ መጀመርታ መደበር ረድዮ ውድብ ፈነወኡ ጀመረ።
2,287

2,288
am_tg
እርግጥ ነው፣ አንዳንድ የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍሎች መጀመሪያ የተጻፉት ለአንድ ግለሰብ ወይም ለተወሰኑ ሰዎች ነው።
ገሊኡ ኽፋላት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ፈለማ ንሓደ ሰብ ወይ ንሓደ ጕጅለ ሰባት እተጻሕፈ እዩ ነይሩ።
2,289

2,290
am_tg
የአምላክን ቃል ማንበብ ከመጀመራችን በፊት፣ ለመማር ዝግጁ እንድንሆንና ይሖዋ ሊያስተምረን የሚፈልገውን ትምህርት ለማስተዋል የሚያስችል ጥበብ እንድናገኝ መጸለያችን አስፈላጊ የሆነው ለዚህ ነው።
ስለዚ ድማ ኢና ቓል ኣምላኽ ቅድሚ ምንባብና፡ ነቲ የሆዋ ኽንምሃሮ ዚደልየና ትምህርትታት ንምስትውዓል ክፉት ኣእምሮ ኺህልወናን ጥበብ ኪውሃበናን ክንጽሊ ዚግባኣና።
2,291

2,292
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስን ስታነብ ቆም እያልክ እንደሚከተሉት ያሉ ጥያቄዎችን ራስህን ጠይቅ፦ ይህ ዘገባ ስለ ይሖዋ ምን ያስተምረኛል?
መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብብ ከለኻ፡ ሓንሳእ ደው ኢልካ ኸምዚ ዚስዕብ ዝኣመሰለ ሕቶታት ሕተት፦ እዚ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
2,293

2,294
am_tg
ትምህርቱን በሕይወቴ ተግባራዊ ማድረግ የምችለው እንዴት ነው?
ነዚ ኣብ ህይወተይ ክጥቀመሉ ዝኽእል ከመይ ገይረ እየ፧
2,295
tg_am
ነዚ ኣብ ህይወተይ ክጥቀመሉ ዝኽእል ከመይ ገይረ እየ፧
ትምህርቱን በሕይወቴ ተግባራዊ ማድረግ የምችለው እንዴት ነው?
2,296
am_tg
ይህን ሐሳብ ሌሎችን ለመርዳት ልጠቀምበት የምችለው እንዴት ነው?
ንኻልኦት ክሕግዘሉ ዝኽእል ከመይ ገይረ እየ፧
2,297

2,298
am_tg
እንደነዚህ ባሉ ጥያቄዎች ላይ ስናሰላስል ከመጽሐፍ ቅዱስ ንባባችን ይበልጥ ጥቅም ማግኘት እንደምንችል የታወቀ ነው።
ብዛዕባ ኸምዚ ዝኣመሰለ ሕቶታት ክንሓስብ ከለና፡ ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስና ብርግጽ ብዙሕ ትምህርቲ ኽንረክብ ኢና።
2,299