Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
2,300 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ ክርስቲያን ሽማግሌዎች እንዲያሟሉ የሚጠበቁባቸውን ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቃቶች እንመልከት። | ንኣብነት፡ ብዛዕባ እቲ ክርስትያን ሽማግለታት ኬማልእዎ ዘለዎም ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቕዓታት እሞ ሕሰብ። |
2,301 | tg_am | ንኣብነት፡ ብዛዕባ እቲ ክርስትያን ሽማግለታት ኬማልእዎ ዘለዎም ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቕዓታት እሞ ሕሰብ። | ለምሳሌ ያህል፣ ክርስቲያን ሽማግሌዎች እንዲያሟሉ የሚጠበቁባቸውን ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቃቶች እንመልከት። |
2,302 | am_tg | አብዛኞቻችን የጉባኤ ሽማግሌዎች ስላልሆንን ይህ ጥቅስ በሕይወታችን ውስጥ ልንጠቀምበት የምንችል ትምህርት እንዳልያዘ ይሰማን ይሆናል። | መብዛሕትና ሽማግለታት ኴንና ስለ ዘይነገልግል፡ ነዚ ሓበሬታ እዚ ኣብ ህይወትና ብዙሕ ከም ዘይንጥቀመሉ ንሓስብ ንኸውን። |
2,303 | tg_am | መብዛሕትና ሽማግለታት ኴንና ስለ ዘይነገልግል፡ ነዚ ሓበሬታ እዚ ኣብ ህይወትና ብዙሕ ከም ዘይንጥቀመሉ ንሓስብ ንኸውን። | አብዛኞቻችን የጉባኤ ሽማግሌዎች ስላልሆንን ይህ ጥቅስ በሕይወታችን ውስጥ ልንጠቀምበት የምንችል ትምህርት እንዳልያዘ ይሰማን ይሆናል። |
2,304 | am_tg | ይሁንና ከዚህ ጥቅስ ሁላችንም የተለያዩ ጥቅሞች ልናገኝ እንደምንችል እንገነዘባለን። | እዚ ብቕዓታት እዚ ግና ብብዙሕ መገዲ ኺጠቕመና ይኽእል እዩ። |
2,305 | tg_am | እዚ ብቕዓታት እዚ ግና ብብዙሕ መገዲ ኺጠቕመና ይኽእል እዩ። | ይሁንና ከዚህ ጥቅስ ሁላችንም የተለያዩ ጥቅሞች ልናገኝ እንደምንችል እንገነዘባለን። |
2,306 | am_tg | ‘የሰው ልጅ፣ በሕይወት ለመኖር የሚያስፈልጉት ነገሮች ጥቂት ሲሆኑ የሚፈልጋቸው ነገሮች ግን ስፍር ቁጥር የላቸውም ሲባል እንሰማለን። | ንሰብ ዜድልዮ ነገራት ሒደት እዩ፣ ሰብ ዚደልዮ ነገራት ግና መወዳእታ የብሉን ይብሃል እዩ። |
2,307 | tg_am | ንሰብ ዜድልዮ ነገራት ሒደት እዩ፣ ሰብ ዚደልዮ ነገራት ግና መወዳእታ የብሉን ይብሃል እዩ። | ‘የሰው ልጅ፣ በሕይወት ለመኖር የሚያስፈልጉት ነገሮች ጥቂት ሲሆኑ የሚፈልጋቸው ነገሮች ግን ስፍር ቁጥር የላቸውም ሲባል እንሰማለን። |
2,308 | am_tg | ብዙዎች፣ በሚያስፈልጓቸው ቁሳዊ ነገሮችና እነሱ በሚፈልጓቸው ነገሮች መካከል ያለውን ልዩነት የሚያስተውሉ አይመስልም። | ብዙሓት ኣብ መንጎ እቲ ዜድልዮም ነገራትን ዚደልይዎ ነገራትን ዘሎ ፍልልይ ኣይርኣዮምን እዩ። |
2,309 | tg_am | ብዙሓት ኣብ መንጎ እቲ ዜድልዮም ነገራትን ዚደልይዎ ነገራትን ዘሎ ፍልልይ ኣይርኣዮምን እዩ። | ብዙዎች፣ በሚያስፈልጓቸው ቁሳዊ ነገሮችና እነሱ በሚፈልጓቸው ነገሮች መካከል ያለውን ልዩነት የሚያስተውሉ አይመስልም። |
2,310 | am_tg | ይሁንና ልዩነቱ ምንድን ነው? | እሞኸ ኣብ መንጎኡ እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧ |
2,311 | tg_am | እሞኸ ኣብ መንጎኡ እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧ | ይሁንና ልዩነቱ ምንድን ነው? |
2,312 | am_tg | የሚያስፈልገን ነገር የሚባለው በሕይወት ለመኖር የግድ አስፈላጊ የሆነ ነገር ነው። | ዜድልየካ ነገራት ኪብሃል ከሎ፡ ብህይወት ንምንባር ናይ ግድን ኪማልኣልካ ዘለዎ ነገራት እዩ። |
2,313 | tg_am | ዜድልየካ ነገራት ኪብሃል ከሎ፡ ብህይወት ንምንባር ናይ ግድን ኪማልኣልካ ዘለዎ ነገራት እዩ። | የሚያስፈልገን ነገር የሚባለው በሕይወት ለመኖር የግድ አስፈላጊ የሆነ ነገር ነው። |
2,314 | am_tg | ምግብ፣ ልብስና መጠለያ ለሰው ልጅ አስፈላጊ የሆኑ መሠረታዊ ነገሮች ናቸው። | ምግብን ክዳንን መጽለልን ዜድልየካ ነገራት ኪብሃል ይከኣል እዩ። |
2,315 | tg_am | ምግብን ክዳንን መጽለልን ዜድልየካ ነገራት ኪብሃል ይከኣል እዩ። | ምግብ፣ ልብስና መጠለያ ለሰው ልጅ አስፈላጊ የሆኑ መሠረታዊ ነገሮች ናቸው። |
2,316 | am_tg | የምንፈልገው ነገር የሚባለው ግን ቢኖረን ደስ የሚለን ሆኖም ለዕለት ተዕለት ሕይወታችን የግድ አስፈላጊ ያልሆነ ነገር ነው። | እትደልዮ ነገራት ግና ኪህልወካ እትብህጎ ዀይኑ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ናይ ግድን የድልየካ ማለት ኣይኰነን። |
2,317 | tg_am | እትደልዮ ነገራት ግና ኪህልወካ እትብህጎ ዀይኑ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ናይ ግድን የድልየካ ማለት ኣይኰነን። | የምንፈልገው ነገር የሚባለው ግን ቢኖረን ደስ የሚለን ሆኖም ለዕለት ተዕለት ሕይወታችን የግድ አስፈላጊ ያልሆነ ነገር ነው። |
2,318 | am_tg | ሰዎች የሚፈልጉት ነገር፣ እንደሚኖሩበት አካባቢ ሊለያይ ይችላል። | ሰባት ዚደልይዎ ነገር ከከምቲ ዚነብሩሉ ብዙሕ ኪፈላለ ይኽእል እዩ። |
2,319 | tg_am | ሰባት ዚደልይዎ ነገር ከከምቲ ዚነብሩሉ ብዙሕ ኪፈላለ ይኽእል እዩ። | ሰዎች የሚፈልጉት ነገር፣ እንደሚኖሩበት አካባቢ ሊለያይ ይችላል። |
2,320 | am_tg | በማደግ ላይ ባሉ አገሮች የሚኖሩ ብዙ ሰዎች የሚፈልጉት ሞባይል ስልክ፣ ሞተር ብስክሌት ወይም አነስ ያለ መሬት መግዛት ሊሆን ይችላል። | ኣብተን ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ዚነብሩ ብዙሓት ሰባት ሞባይል ተሌፎን፡ ሞተር ብሽክለታ፡ ወይ ንእሽቶ መሬት ንምዕዳግ ገንዘብ ይደልዩ ይዀኑ። |
2,321 | tg_am | ኣብተን ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ዚነብሩ ብዙሓት ሰባት ሞባይል ተሌፎን፡ ሞተር ብሽክለታ፡ ወይ ንእሽቶ መሬት ንምዕዳግ ገንዘብ ይደልዩ ይዀኑ። | በማደግ ላይ ባሉ አገሮች የሚኖሩ ብዙ ሰዎች የሚፈልጉት ሞባይል ስልክ፣ ሞተር ብስክሌት ወይም አነስ ያለ መሬት መግዛት ሊሆን ይችላል። |
2,322 | am_tg | በበለጸጉ አገሮች የሚኖሩ ሰዎች ደግሞ ውድ የሆኑ ልብሶች፣ ትልቅ ቤት ወይም ውድ መኪና መግዛት ይፈልጋሉ። | ኣብ ሃብታማት ሃገራት ዚነብሩ ኸኣ፡ ብዙሕ ክቡር ክዳውንቲ፡ ዓብዪ ገዛ፡ ወይ ክብርቲ ማኪና ይደልዩ ይዀኑ። |
2,323 | tg_am | ኣብ ሃብታማት ሃገራት ዚነብሩ ኸኣ፡ ብዙሕ ክቡር ክዳውንቲ፡ ዓብዪ ገዛ፡ ወይ ክብርቲ ማኪና ይደልዩ ይዀኑ። | በበለጸጉ አገሮች የሚኖሩ ሰዎች ደግሞ ውድ የሆኑ ልብሶች፣ ትልቅ ቤት ወይም ውድ መኪና መግዛት ይፈልጋሉ። |
2,324 | am_tg | የምንኖረው የትም ይሁን የት፣ አደገኛ በሆነው የፍቅረ ንዋይ ወጥመድ ልንወድቅ እንችላለን፤ ይህ ደግሞ የመግዛት አቅሙ ቢኖረንም ባይኖረንም፣ የምንገዛው ነገር ቢያስፈልገንም ባያስፈልገንም ተጨማሪ ቁሳዊ ነገሮችን የመመኘት አባዜ እንዲጠናወተን ሊያደርግ ይችላል። | ዝዀነ ዀይኑ ግና፡ ዜድልየና ይኹን ኣይኹን ወይ ንምዕዳጉ ዓቕሚ ይሃልወና ኣይሃልወና ብዘየገድስ፡ መፈንጠራ ፍቕረ ንዋይ፡ ማለት ዝያዳ ነገራት ኪህልወና ምድላይ ኣብ ሓደጋ ኼእትወና ይኽእል እዩ። |
2,325 | tg_am | ዝዀነ ዀይኑ ግና፡ ዜድልየና ይኹን ኣይኹን ወይ ንምዕዳጉ ዓቕሚ ይሃልወና ኣይሃልወና ብዘየገድስ፡ መፈንጠራ ፍቕረ ንዋይ፡ ማለት ዝያዳ ነገራት ኪህልወና ምድላይ ኣብ ሓደጋ ኼእትወና ይኽእል እዩ። | የምንኖረው የትም ይሁን የት፣ አደገኛ በሆነው የፍቅረ ንዋይ ወጥመድ ልንወድቅ እንችላለን፤ ይህ ደግሞ የመግዛት አቅሙ ቢኖረንም ባይኖረንም፣ የምንገዛው ነገር ቢያስፈልገንም ባያስፈልገንም ተጨማሪ ቁሳዊ ነገሮችን የመመኘት አባዜ እንዲጠናወተን ሊያደርግ ይችላል። |
2,326 | am_tg | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ክርስቲያኖች ሰይጣን የሚያመጣባቸውን አስቸጋሪ ሁኔታዎች በጽናት እንዲወጡ ለማበረታታት ከላይ ያለውን ጽፏል። | ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ክርስትያናት ነቲ ሰይጣን ኣባታቶም ዜምጽኦ ጸገማት ኺጻወሩ ንምትብባዕ ነዚ ቓላት እዚ ጸሓፈሎም። |
2,327 | tg_am | ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ክርስትያናት ነቲ ሰይጣን ኣባታቶም ዜምጽኦ ጸገማት ኺጻወሩ ንምትብባዕ ነዚ ቓላት እዚ ጸሓፈሎም። | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ክርስቲያኖች ሰይጣን የሚያመጣባቸውን አስቸጋሪ ሁኔታዎች በጽናት እንዲወጡ ለማበረታታት ከላይ ያለውን ጽፏል። |
2,328 | am_tg | የጸኑት የአምላክ አገልጋዮች የተዉት ምሳሌ ጽኑ አቋማችንን መጠበቅ የምንችለው እንዴት እንደሆነ ያስተምረናል፤ ሊሳካልን እንደሚችል ማረጋገጫ ይሰጠናል፤ እንዲሁም ታማኞች ከሆንን ሽልማት እንደምናገኝ ያስታውሰናል። | ተመክሮታት እቶም እተጻወሩ፡ ከመይ ጌርና ኸም እንጸንዕ ይምህረና፡ እሙናት ኴንና ምምልላስና ዓስቢ ኸም ዜምጽኣልና ኸኣ የዘኻኽረና እዩ። |
2,329 | tg_am | ተመክሮታት እቶም እተጻወሩ፡ ከመይ ጌርና ኸም እንጸንዕ ይምህረና፡ እሙናት ኴንና ምምልላስና ዓስቢ ኸም ዜምጽኣልና ኸኣ የዘኻኽረና እዩ። | የጸኑት የአምላክ አገልጋዮች የተዉት ምሳሌ ጽኑ አቋማችንን መጠበቅ የምንችለው እንዴት እንደሆነ ያስተምረናል፤ ሊሳካልን እንደሚችል ማረጋገጫ ይሰጠናል፤ እንዲሁም ታማኞች ከሆንን ሽልማት እንደምናገኝ ያስታውሰናል። |
2,330 | am_tg | ከእውነተኛው አምልኮ ጠላቶች፣ መራራ ተቃውሞ ሌላው ቀርቶ ስደት እየደረሰብህ ነው? | ካብ ጸላእቲ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ኸቢድ ተቓውሞ ወይ መስጐጕቲ የጋጥመካ ይህሉ ይኸውን። |
2,331 | tg_am | ካብ ጸላእቲ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ኸቢድ ተቓውሞ ወይ መስጐጕቲ የጋጥመካ ይህሉ ይኸውን። | ከእውነተኛው አምልኮ ጠላቶች፣ መራራ ተቃውሞ ሌላው ቀርቶ ስደት እየደረሰብህ ነው? |
2,332 | am_tg | ያሉብህ ከባድ ኃላፊነቶች ከአቅምህ በላይ እንደሆኑ የሚሰማህ የጉባኤ ሽማግሌ ወይም የወረዳ የበላይ ተመልካች ነህ? | ወይ ድማ ሓላፍነታት ዝኸበደካ ሽማግለ ጉባኤ ወይ ሓላው ወረዳ ኢኻ። |
2,333 | tg_am | ወይ ድማ ሓላፍነታት ዝኸበደካ ሽማግለ ጉባኤ ወይ ሓላው ወረዳ ኢኻ። | ያሉብህ ከባድ ኃላፊነቶች ከአቅምህ በላይ እንደሆኑ የሚሰማህ የጉባኤ ሽማግሌ ወይም የወረዳ የበላይ ተመልካች ነህ? |
2,334 | am_tg | ከሆነ ጳውሎስ በተወው ምሳሌ ላይ አሰላስል። | ብዛዕባ እቲ ጳውሎስ ዝሓደጎ ኣብነት ኣስተንትን። |
2,335 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ጳውሎስ ዝሓደጎ ኣብነት ኣስተንትን። | ከሆነ ጳውሎስ በተወው ምሳሌ ላይ አሰላስል። |
2,336 | am_tg | ጳውሎስ ብዙ ውጫዊ ችግሮች የደረሱበት ይኸውም ጨካኝ አሳዳጆች ያስጨነቁት ከመሆኑም ሌላ የጉባኤዎች ሐሳብ በየዕለቱ ጫና ይፈጥርበት ነበር። | ሕሱማት ሰጐጕቲ ዘውረዱሉ ብዙሕ ካብ ወጻኢ ዚመጽእ ነገራት ተጻዊሩ፡ በቲ ምእንቲ ጉባኤታት ዚጭነቖ ጭንቀት ድማ መዓልቲ መዓልቲ ተረቢጹ እዩ። |
2,337 | tg_am | ሕሱማት ሰጐጕቲ ዘውረዱሉ ብዙሕ ካብ ወጻኢ ዚመጽእ ነገራት ተጻዊሩ፡ በቲ ምእንቲ ጉባኤታት ዚጭነቖ ጭንቀት ድማ መዓልቲ መዓልቲ ተረቢጹ እዩ። | ጳውሎስ ብዙ ውጫዊ ችግሮች የደረሱበት ይኸውም ጨካኝ አሳዳጆች ያስጨነቁት ከመሆኑም ሌላ የጉባኤዎች ሐሳብ በየዕለቱ ጫና ይፈጥርበት ነበር። |
2,338 | am_tg | ይህ ሁሉ ቢደርስበትም ተስፋ አልቆረጠም፤ የተወው ምሳሌም ለሌሎች የብርታት ምንጭ ነው። | ኰይኑ ግና፡ ኣይተሓለለን፡ ኣብነቱ ድማ ንኻልኦት ኬበርትዕ ይኽእል እዩ። |
2,339 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ኣይተሓለለን፡ ኣብነቱ ድማ ንኻልኦት ኬበርትዕ ይኽእል እዩ። | ይህ ሁሉ ቢደርስበትም ተስፋ አልቆረጠም፤ የተወው ምሳሌም ለሌሎች የብርታት ምንጭ ነው። |
2,340 | am_tg | አንተም አስቸጋሪ ሁኔታዎችን በጽናት ስትቋቋም የአንተ ምሳሌነት ሌሎችም እንዲጸኑ እንደሚያበረታታቸው አስታውስ። | ንስኻ እውን ጸገማት ክትጻወር ከለኻ፡ ኣብነትካ ንኻልኦት ኪጻወሩ ኸም ዜተባብዖም ዘክር። |
2,341 | tg_am | ንስኻ እውን ጸገማት ክትጻወር ከለኻ፡ ኣብነትካ ንኻልኦት ኪጻወሩ ኸም ዜተባብዖም ዘክር። | አንተም አስቸጋሪ ሁኔታዎችን በጽናት ስትቋቋም የአንተ ምሳሌነት ሌሎችም እንዲጸኑ እንደሚያበረታታቸው አስታውስ። |
2,342 | am_tg | ቅቡዓን ክርስቲያኖች በሰማይ ከክርስቶስ ጋር ዙፋን ላይ ተቀምጠው በሚገዙበት ጊዜ ይሖዋ ምን ዓይነት አስደናቂ ነገሮች እንደሚሰጣቸው መገመት ያዳግታል። | ነቲ ቕቡኣት ክርስትያናት ኣብ ሰማይ ምስ ክርስቶስ ኪገዝኡ ኣብ ዝፋናት ምስ ተቐመጡ ዚቕበልዎ የሆዋ ዘዳለወሎም ዜደንቕ ነገራት፡ ሕጂ ኽንግምቶ ኣይንኽእልን ኢና። |
2,343 | tg_am | ነቲ ቕቡኣት ክርስትያናት ኣብ ሰማይ ምስ ክርስቶስ ኪገዝኡ ኣብ ዝፋናት ምስ ተቐመጡ ዚቕበልዎ የሆዋ ዘዳለወሎም ዜደንቕ ነገራት፡ ሕጂ ኽንግምቶ ኣይንኽእልን ኢና። | ቅቡዓን ክርስቲያኖች በሰማይ ከክርስቶስ ጋር ዙፋን ላይ ተቀምጠው በሚገዙበት ጊዜ ይሖዋ ምን ዓይነት አስደናቂ ነገሮች እንደሚሰጣቸው መገመት ያዳግታል። |
2,344 | am_tg | ቅቡዓኑ አዲሲቱ ኢየሩሳሌም ይኸውም የክርስቶስ ሙሽራ ይሆናሉ። | ንሳቶም፡ ሓዳስ የሩሳሌም፡ ማለት መርዓት ክርስቶስ ኪዀኑ እዮም። |
2,345 | tg_am | ንሳቶም፡ ሓዳስ የሩሳሌም፡ ማለት መርዓት ክርስቶስ ኪዀኑ እዮም። | ቅቡዓኑ አዲሲቱ ኢየሩሳሌም ይኸውም የክርስቶስ ሙሽራ ይሆናሉ። |
2,346 | am_tg | እነዚህ ቅቡዓን፣ ታዛዥ የሆኑ የሰው ልጆች ከኃጢአትና ከሞት ባርነት ነፃ ወጥተው ወደ ፍጽምና እንዲደርሱ በመርዳት ከኢየሱስ ጋር ሆነው ሕዝቦችን ይፈውሳሉ። | ምስ የሱስ ሓቢሮም ድማ ንእዙዛት ደቂ ሰብ ናብቲ ኻብ ባርነት ሓጢኣትን ሞትን ናጻ ዚዀኑሉ ዅነታት ብምምራሕን ናብ ፍጽምና ኸም ዚበጽሑ ብምግባርን ፈውሲ ኣህዛብ ኬምጽኡ እዮም። |
2,347 | tg_am | ምስ የሱስ ሓቢሮም ድማ ንእዙዛት ደቂ ሰብ ናብቲ ኻብ ባርነት ሓጢኣትን ሞትን ናጻ ዚዀኑሉ ዅነታት ብምምራሕን ናብ ፍጽምና ኸም ዚበጽሑ ብምግባርን ፈውሲ ኣህዛብ ኬምጽኡ እዮም። | እነዚህ ቅቡዓን፣ ታዛዥ የሆኑ የሰው ልጆች ከኃጢአትና ከሞት ባርነት ነፃ ወጥተው ወደ ፍጽምና እንዲደርሱ በመርዳት ከኢየሱስ ጋር ሆነው ሕዝቦችን ይፈውሳሉ። |
2,348 | am_tg | የይሖዋ ጸጋ በምድር ላይ ከሚገለጽባቸው አስደናቂ መንገዶች አንዱ በመቃብር ያሉ ሰዎች ከሞት መነሳታቸው ይሆናል። | ሓደ ኻብቲ ኣብ ምድሪ ዚርአ ዝዓበየ መግለጺታት እቲ ዜደንቕ ጸጋ የሆዋ፡ ሰባት ካብ መቓብር ኪትንስኡ ኸለዉ ምዃኑ ርዱእ እዩ። |
2,349 | tg_am | ሓደ ኻብቲ ኣብ ምድሪ ዚርአ ዝዓበየ መግለጺታት እቲ ዜደንቕ ጸጋ የሆዋ፡ ሰባት ካብ መቓብር ኪትንስኡ ኸለዉ ምዃኑ ርዱእ እዩ። | የይሖዋ ጸጋ በምድር ላይ ከሚገለጽባቸው አስደናቂ መንገዶች አንዱ በመቃብር ያሉ ሰዎች ከሞት መነሳታቸው ይሆናል። |
2,350 | am_tg | ክርስቶስ መሥዋዕት ሆኖ ከመሞቱ በፊት በነበሩት ዘመናት የሞቱ ታማኝ ወንዶችና ሴቶች እንዲሁም በመጨረሻዎቹ ቀናት በታማኝነት የሚያንቀላፉ ሌሎች በጎች ሁሉ ትንሣኤ አግኝተው ይሖዋን ማገልገላቸውን ይቀጥላሉ። | ኵሎም እቶም ቅድሚ መስዋእታዊ ሞት ክርስቶስ ዝሞቱ ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ኰኑ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብተኣማንነት ዚሞቱ ኻልኦት ኣባጊዕ ብቐጻሊ ንየሆዋ ምእንቲ ኼገልግልዎ ኺትንስኡ እዮም። |
2,351 | tg_am | ኵሎም እቶም ቅድሚ መስዋእታዊ ሞት ክርስቶስ ዝሞቱ ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ኰኑ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብተኣማንነት ዚሞቱ ኻልኦት ኣባጊዕ ብቐጻሊ ንየሆዋ ምእንቲ ኼገልግልዎ ኺትንስኡ እዮም። | ክርስቶስ መሥዋዕት ሆኖ ከመሞቱ በፊት በነበሩት ዘመናት የሞቱ ታማኝ ወንዶችና ሴቶች እንዲሁም በመጨረሻዎቹ ቀናት በታማኝነት የሚያንቀላፉ ሌሎች በጎች ሁሉ ትንሣኤ አግኝተው ይሖዋን ማገልገላቸውን ይቀጥላሉ። |
2,352 | am_tg | ይሖዋ፣ ፍጥረታቱ እሱ የሚፈልገውን እንዲሆኑም ያደርጋል። | የሆዋ ንፍጥረቱ፡ ዝደለዮ ኸም ዚዀኑ እውን ይገብሮም እዩ። |
2,353 | tg_am | የሆዋ ንፍጥረቱ፡ ዝደለዮ ኸም ዚዀኑ እውን ይገብሮም እዩ። | ይሖዋ፣ ፍጥረታቱ እሱ የሚፈልገውን እንዲሆኑም ያደርጋል። |
2,354 | am_tg | አምላክ ከስሙ ትርጉም ጋር በሚስማማ መንገድ ኖኅን መርከብ ሠሪ፣ ባስልኤልን የተዋጣለት የእጅ ጥበብ ባለሙያ፣ ጌድዮንን ኃያል ተዋጊ እንዲሁም ጳውሎስን የአሕዛብ ሐዋርያ አድርጓቸዋል። | ምስ ትርጉም ስሙ ብምስምማዕ፡ ኣምላኽ ንኖህ ሰራሕ መርከብ፡ ንበሳልኤል ክኢላ ኢደ ጥበበኛ፡ ንጊዴዎን ዕዉት ተዋጋኢ፡ ንጳውሎስ ከኣ ሃዋርያ ኣህዛብ ከም ዚኸውን ገይርዎ እዩ። |
2,355 | tg_am | ምስ ትርጉም ስሙ ብምስምማዕ፡ ኣምላኽ ንኖህ ሰራሕ መርከብ፡ ንበሳልኤል ክኢላ ኢደ ጥበበኛ፡ ንጊዴዎን ዕዉት ተዋጋኢ፡ ንጳውሎስ ከኣ ሃዋርያ ኣህዛብ ከም ዚኸውን ገይርዎ እዩ። | አምላክ ከስሙ ትርጉም ጋር በሚስማማ መንገድ ኖኅን መርከብ ሠሪ፣ ባስልኤልን የተዋጣለት የእጅ ጥበብ ባለሙያ፣ ጌድዮንን ኃያል ተዋጊ እንዲሁም ጳውሎስን የአሕዛብ ሐዋርያ አድርጓቸዋል። |
2,356 | am_tg | በእርግጥም የአምላክ ሕዝቦች መለኮታዊው ስም ትልቅ ትርጉም እንዳለው ይገነዘባሉ። | እወ፡ ስም ኣምላኽ ንህዝቡ ዓብዪ ትርጉም ኣለዎ። |
2,357 | tg_am | እወ፡ ስም ኣምላኽ ንህዝቡ ዓብዪ ትርጉም ኣለዎ። | በእርግጥም የአምላክ ሕዝቦች መለኮታዊው ስም ትልቅ ትርጉም እንዳለው ይገነዘባሉ። |
2,358 | am_tg | የአዲስ ዓለም የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም ኮሚቴም ቢሆን መለኮታዊውን ስም ከመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ በማውጣት ለአምላክ ስም አክብሮት እንደጎደለው የሚያሳይ ድርጊት አይፈጽምም። | ኮሚተ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ሓዳስ ዓለም ድማ ነቲ ስም እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዘይምእታው ኣገዳስነቱ ኼትሕቶ ኸቶ ኣይደልን እዩ። |
2,359 | tg_am | ኮሚተ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ሓዳስ ዓለም ድማ ነቲ ስም እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዘይምእታው ኣገዳስነቱ ኼትሕቶ ኸቶ ኣይደልን እዩ። | የአዲስ ዓለም የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም ኮሚቴም ቢሆን መለኮታዊውን ስም ከመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ በማውጣት ለአምላክ ስም አክብሮት እንደጎደለው የሚያሳይ ድርጊት አይፈጽምም። |
2,360 | am_tg | ከ130 በሚበልጡ ቋንቋዎች የተዘጋጁ አዲስ ዓለም ትርጉም መጽሐፍ ቅዱሶች የአምላክ ስም በቅዱስ ጽሑፉ ውስጥ በትክክለኛው ቦታ ላይ እንዲገባ በማድረግ ለስሙ አክብሮት አሳይተዋል። | ብልዕሊ 130 ቋንቋ እተተርጐመ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ንስም ኣምላኽ ኣብቲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ዚርከበሉ ቦታታት ብምእታው የኽብሮ እዩ። |
2,361 | tg_am | ብልዕሊ 130 ቋንቋ እተተርጐመ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ንስም ኣምላኽ ኣብቲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ዚርከበሉ ቦታታት ብምእታው የኽብሮ እዩ። | ከ130 በሚበልጡ ቋንቋዎች የተዘጋጁ አዲስ ዓለም ትርጉም መጽሐፍ ቅዱሶች የአምላክ ስም በቅዱስ ጽሑፉ ውስጥ በትክክለኛው ቦታ ላይ እንዲገባ በማድረግ ለስሙ አክብሮት አሳይተዋል። |
2,362 | am_tg | ከዚህ በተቃራኒ በአሁኑ ጊዜ ያሉ የመጽሐፍ ቅዱስ ተርጓሚዎች መለኮታዊውን ስም በማውጣት በምትኩ ጌታ የሚለውን ማዕረግ ወይም በአካባቢው የሚታወቀውን አምላክ መጠሪያ የማስገባት ልማድ አላቸው። | ብኣንጻሩ ግና፡ ንመለኮታዊ ስም፡ ጐይታ ብዚብል ወይ ብኻልእ ስም እቲ ኣብቲ ዓዲ ዚፍለጥ ኣምላኽ ናይ ምትካእ ዝንባለ ኣብ ካልእ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ይርአ ኣሎ። |
2,363 | tg_am | ብኣንጻሩ ግና፡ ንመለኮታዊ ስም፡ ጐይታ ብዚብል ወይ ብኻልእ ስም እቲ ኣብቲ ዓዲ ዚፍለጥ ኣምላኽ ናይ ምትካእ ዝንባለ ኣብ ካልእ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ይርአ ኣሎ። | ከዚህ በተቃራኒ በአሁኑ ጊዜ ያሉ የመጽሐፍ ቅዱስ ተርጓሚዎች መለኮታዊውን ስም በማውጣት በምትኩ ጌታ የሚለውን ማዕረግ ወይም በአካባቢው የሚታወቀውን አምላክ መጠሪያ የማስገባት ልማድ አላቸው። |
2,364 | am_tg | የይሖዋ ምሥክሮች የበላይ አካል፣ የአምላክን ስም የሚያስከብር የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም በተቻለ መጠን ለብዙ ሰዎች እንዲደርስ ለማድረግ ቅድሚያ የሰጠበት ዋነኛ ምክንያት ይህ ነው። | ኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ስም ኣምላኽ ዜኽብር መጽሓፍ ቅዱስ ኪዳለወሎም ቀዳምነት ሂቡ ዚዓይየሉ ዘሎ ቐንዲ ምኽንያት ከኣ እዚ እዩ። |
2,365 | tg_am | ኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ስም ኣምላኽ ዜኽብር መጽሓፍ ቅዱስ ኪዳለወሎም ቀዳምነት ሂቡ ዚዓይየሉ ዘሎ ቐንዲ ምኽንያት ከኣ እዚ እዩ። | የይሖዋ ምሥክሮች የበላይ አካል፣ የአምላክን ስም የሚያስከብር የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም በተቻለ መጠን ለብዙ ሰዎች እንዲደርስ ለማድረግ ቅድሚያ የሰጠበት ዋነኛ ምክንያት ይህ ነው። |
2,366 | am_tg | ሌሎች ባከናወኑት ነገር መደሰት ሌላው ቀርቶ በተወሰነ መጠን በራሳችን መኩራት እንኳ ስህተት አይደለም። | ካልኦት ሰባት ብዝዓየይዎ ነገራት ጽቡቕ ኪስምዓናን ብሚዛናዊ መገዲ ብገዛእ ርእስና ኽንኰርዕን ንኽእል ኢና። |
2,367 | tg_am | ካልኦት ሰባት ብዝዓየይዎ ነገራት ጽቡቕ ኪስምዓናን ብሚዛናዊ መገዲ ብገዛእ ርእስና ኽንኰርዕን ንኽእል ኢና። | ሌሎች ባከናወኑት ነገር መደሰት ሌላው ቀርቶ በተወሰነ መጠን በራሳችን መኩራት እንኳ ስህተት አይደለም። |
2,368 | am_tg | በቤተሰባችን፣ በባሕላችን ወይም ባደግንበት አካባቢ ማፈር አይኖርብንም። | ብስድራ ቤትና፡ ብባህልና፡ ወይ ከኣ በቲ ዝዓበናሉ ኸባቢ እውን ኣይንሓፍርን ኢና። |
2,369 | tg_am | ብስድራ ቤትና፡ ብባህልና፡ ወይ ከኣ በቲ ዝዓበናሉ ኸባቢ እውን ኣይንሓፍርን ኢና። | በቤተሰባችን፣ በባሕላችን ወይም ባደግንበት አካባቢ ማፈር አይኖርብንም። |
2,370 | am_tg | በሌላ በኩል ግን ከሌሎች ጋር ያለንን ግንኙነትም ሆነ ከይሖዋ ጋር ያለንን ወዳጅነት ቀስ ቀስ የሚያበላሽ ኩራት አለ። | ብኣንጻሩ ግና፡ ነቲ ምስ ካልኦት ሰባት ዘሎና ርክብን ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ዕርክነትን ኪጐድኦ ዚኽእል ኵርዓት ወይ ትዕቢት ኣሎ። |
2,371 | tg_am | ብኣንጻሩ ግና፡ ነቲ ምስ ካልኦት ሰባት ዘሎና ርክብን ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ዕርክነትን ኪጐድኦ ዚኽእል ኵርዓት ወይ ትዕቢት ኣሎ። | በሌላ በኩል ግን ከሌሎች ጋር ያለንን ግንኙነትም ሆነ ከይሖዋ ጋር ያለንን ወዳጅነት ቀስ ቀስ የሚያበላሽ ኩራት አለ። |
2,372 | am_tg | እንዲህ ያለው ኩራት አስፈላጊ የሆነ ምክር ሲሰጠን በትሕትና ከመቀበል ይልቅ ቅር እንድንሰኝ ወይም ምክሩን እንዳንቀበል ሊያደርገን ይችላል። | እዚ ትዕቢት እዚ፡ ነቲ ዚውሃበና ምኽሪ ብትሕትና ኣብ ክንዲ እንቕበሎ፡ ከም እንጸልኦን ከም እንነጽጎን እዩ ዚገብረና። |
2,373 | tg_am | እዚ ትዕቢት እዚ፡ ነቲ ዚውሃበና ምኽሪ ብትሕትና ኣብ ክንዲ እንቕበሎ፡ ከም እንጸልኦን ከም እንነጽጎን እዩ ዚገብረና። | እንዲህ ያለው ኩራት አስፈላጊ የሆነ ምክር ሲሰጠን በትሕትና ከመቀበል ይልቅ ቅር እንድንሰኝ ወይም ምክሩን እንዳንቀበል ሊያደርገን ይችላል። |
2,374 | am_tg | ይህ ዓይነቱ ኩራት ራስን ከሚገባው በላይ ከፍ አድርጎ መመልከት የሚል ፍቺ ተሰጥቶታል፤ ወይም ደግሞ ከሌሎች የተሻሉ እንደሆኑ የሚሰማቸው ሰዎች ብዙውን ጊዜ እንዲህ ለማሰብ የሚያበቃ ምክንያት ባይኖራቸውም የሚያሳዩት የትዕቢት ዝንባሌ ተብሎ ሊገለጽ ይችላል። | እዚ ኸኣ፡ መን ከማይ ምባል ወይ ከኣ ዝዀነ ይኹን ምኽንያት ዘይብሎም ክነሶም፡ ካብ ካልኦት ከም ዚበልጹ ዀይኑ ዚስምዖም ሰባት ዜርእይዎ ናይ ትዕቢት ኣረኣእያ የመልክት። |
2,375 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ መን ከማይ ምባል ወይ ከኣ ዝዀነ ይኹን ምኽንያት ዘይብሎም ክነሶም፡ ካብ ካልኦት ከም ዚበልጹ ዀይኑ ዚስምዖም ሰባት ዜርእይዎ ናይ ትዕቢት ኣረኣእያ የመልክት። | ይህ ዓይነቱ ኩራት ራስን ከሚገባው በላይ ከፍ አድርጎ መመልከት የሚል ፍቺ ተሰጥቶታል፤ ወይም ደግሞ ከሌሎች የተሻሉ እንደሆኑ የሚሰማቸው ሰዎች ብዙውን ጊዜ እንዲህ ለማሰብ የሚያበቃ ምክንያት ባይኖራቸውም የሚያሳዩት የትዕቢት ዝንባሌ ተብሎ ሊገለጽ ይችላል። |
2,376 | am_tg | ይሖዋ ከልክ ያለፈ ኩራትን ይጠላል። | የሆዋ ንትዕቢተኛታት ይጸልኦም እዩ። |
2,377 | tg_am | የሆዋ ንትዕቢተኛታት ይጸልኦም እዩ። | ይሖዋ ከልክ ያለፈ ኩራትን ይጠላል። |
2,378 | am_tg | ሰይጣን ግን እንዲህ ያለው አስተሳሰብ የእሱን የእብሪት ዝንባሌ የሚያንጸባርቅ በመሆኑ ሰዎች ሲታበዩ ማየት ያስደስተዋል። | ሰይጣን ግና፡ ሰባት ብትዕቢት ኪንፍሑ ኸለዉ፡ ነቲ ናቱ ትዕቢት ዜንጸባርቕ ስለ ዝዀነ ባህ እዩ ዚብሎ። |
2,379 | tg_am | ሰይጣን ግና፡ ሰባት ብትዕቢት ኪንፍሑ ኸለዉ፡ ነቲ ናቱ ትዕቢት ዜንጸባርቕ ስለ ዝዀነ ባህ እዩ ዚብሎ። | ሰይጣን ግን እንዲህ ያለው አስተሳሰብ የእሱን የእብሪት ዝንባሌ የሚያንጸባርቅ በመሆኑ ሰዎች ሲታበዩ ማየት ያስደስተዋል። |
2,380 | am_tg | እንደ ናምሩድ፣ ፈርዖንና አቢሴሎም ያሉት ሰዎች በመታበይ ተገቢ ያልሆነ ኩራት ሲያሳዩ ምንኛ ፈንጥዞ ይሆን!—፤ | ሰይጣን በቶም ግዳያት ትዕቢት ዝዀኑ ኸም እኒ ኒምሮድን ፈርኦንን ኣቤሴሎምን ዝኣመሰሉ ሰባት ኣመና ተሓጒሱ እዩ። |
2,381 | tg_am | ሰይጣን በቶም ግዳያት ትዕቢት ዝዀኑ ኸም እኒ ኒምሮድን ፈርኦንን ኣቤሴሎምን ዝኣመሰሉ ሰባት ኣመና ተሓጒሱ እዩ። | እንደ ናምሩድ፣ ፈርዖንና አቢሴሎም ያሉት ሰዎች በመታበይ ተገቢ ያልሆነ ኩራት ሲያሳዩ ምንኛ ፈንጥዞ ይሆን!—፤ |
2,382 | am_tg | ጎግ፣ ቀሪዎቹ የ144,000 አባላት ወደ ሰማይ ከመወሰዳቸው ትንሽ ቀደም ብሎ በአምላክ ሕዝቦች ላይ ጥቃት ይሰነዝራል። | ተረፍ እቶም 144,000 ናብ ሰማይ ቀቅድሚ ምኻዶም፡ ጎግ ኣብ ህዝቢ ኣምላኽ መጥቃዕቲ ኸም ዚጅምር ርኢና ኔርና ኢና። |
2,383 | tg_am | ተረፍ እቶም 144,000 ናብ ሰማይ ቀቅድሚ ምኻዶም፡ ጎግ ኣብ ህዝቢ ኣምላኽ መጥቃዕቲ ኸም ዚጅምር ርኢና ኔርና ኢና። | ጎግ፣ ቀሪዎቹ የ144,000 አባላት ወደ ሰማይ ከመወሰዳቸው ትንሽ ቀደም ብሎ በአምላክ ሕዝቦች ላይ ጥቃት ይሰነዝራል። |
2,384 | am_tg | ታዲያ ይህ ጥቃት ምን ያስከትላል? | እዚ መጥቃዕቲ እዚ እንታይ እዩ ዜለዓዕል፧ |
2,385 | tg_am | እዚ መጥቃዕቲ እዚ እንታይ እዩ ዜለዓዕል፧ | ታዲያ ይህ ጥቃት ምን ያስከትላል? |
2,386 | am_tg | በምድር ላይ ያሉት የአምላክ ሕዝቦች ለጥቃት የተጋለጡ ይመስላሉ። | ኣብ ምድሪ፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኣደዳ መጥቃዕቲ ዚዀኑ እዩ ዚመስል። |
2,387 | tg_am | ኣብ ምድሪ፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኣደዳ መጥቃዕቲ ዚዀኑ እዩ ዚመስል። | በምድር ላይ ያሉት የአምላክ ሕዝቦች ለጥቃት የተጋለጡ ይመስላሉ። |
2,388 | am_tg | እነዚህ የአምላክ ሕዝቦች በንጉሥ ኢዮሳፍጥ ዘመን የተሰጠውን መመሪያ ይታዘዛሉ፦ እናንተ ይህን ጦርነት መዋጋት አያስፈልጋችሁም። | ንሳቶም ነቲ ኸምዚ ዚስዕብ ዚብል ኣብ መዓልትታት ንጉስ ዮሳፋጥ እተዋህበ መምርሒ ኺእዘዝዎ እዮም፦ ኣብዚ ውግእ እዚ ኽትዋግኡ ኣይኬድልየኩምን እዩ። |
2,389 | tg_am | ንሳቶም ነቲ ኸምዚ ዚስዕብ ዚብል ኣብ መዓልትታት ንጉስ ዮሳፋጥ እተዋህበ መምርሒ ኺእዘዝዎ እዮም፦ ኣብዚ ውግእ እዚ ኽትዋግኡ ኣይኬድልየኩምን እዩ። | እነዚህ የአምላክ ሕዝቦች በንጉሥ ኢዮሳፍጥ ዘመን የተሰጠውን መመሪያ ይታዘዛሉ፦ እናንተ ይህን ጦርነት መዋጋት አያስፈልጋችሁም። |
2,390 | am_tg | ቦታ ቦታችሁን ይዛችሁ ዝም ብላችሁ ቁሙ፤ ይሖዋ ለእናንተ ሲል የሚወስደውን የማዳን እርምጃ ተመልከቱ። | ቦታኹም ሒዝኩም ደው በሉ እሞ፡ እቲ የሆዋ ምእንታኹም ዚገብሮ ድሕነት ርኣዩ። |
2,391 | tg_am | ቦታኹም ሒዝኩም ደው በሉ እሞ፡ እቲ የሆዋ ምእንታኹም ዚገብሮ ድሕነት ርኣዩ። | ቦታ ቦታችሁን ይዛችሁ ዝም ብላችሁ ቁሙ፤ ይሖዋ ለእናንተ ሲል የሚወስደውን የማዳን እርምጃ ተመልከቱ። |
2,392 | am_tg | ይሁዳና ኢየሩሳሌም ሆይ፣ አትፍሩ ወይም አትሸበሩ። | ኦ ይሁዳን የሩሳሌምን፡ ኣይትፍርሁን ኣይትሸበሩን። |
2,393 | tg_am | ኦ ይሁዳን የሩሳሌምን፡ ኣይትፍርሁን ኣይትሸበሩን። | ይሁዳና ኢየሩሳሌም ሆይ፣ አትፍሩ ወይም አትሸበሩ። |
2,394 | am_tg | በሰማይ ግን ሁኔታው ከዚህ የተለየ ነው። | ኣብ ሰማይ ግና፡ ካልእ ነገር እዩ ኺፍጸም። |
2,395 | tg_am | ኣብ ሰማይ ግና፡ ካልእ ነገር እዩ ኺፍጸም። | በሰማይ ግን ሁኔታው ከዚህ የተለየ ነው። |
2,396 | am_tg | ቅቡዓን በሙሉ ወደ ሰማይ ከሄዱ በኋላ የአምላክ ሕዝቦች ጠላቶች ስለሚያደርጉት ነገር ሲናገር እንዲህ ይላል፦ እነዚህ ከበጉ ጋር ይዋጋሉ፤ ሆኖም በጉ የጌቶች ጌታና የነገሥታት ንጉሥ ስለሆነ ድል ይነሳቸዋል። | ነቲ ዅሎም ቅቡኣት ናብ ሰማይ ዚውሰዱሉ ግዜ ኣመልኪታ ብዛዕባ ጸላእቲ ህዝቢ ኣምላኽ ከምዚ ትብል፦ እዚኣቶም ምስቲ ገንሸል ኪዋግኡ እዮም፣ እቲ ገንሸል ግና ጐይታ ጐይተትን ንጉሰ ነገስትን ስለ ዝዀነ፡ ኪስዕሮም እዩ። |
2,397 | tg_am | ነቲ ዅሎም ቅቡኣት ናብ ሰማይ ዚውሰዱሉ ግዜ ኣመልኪታ ብዛዕባ ጸላእቲ ህዝቢ ኣምላኽ ከምዚ ትብል፦ እዚኣቶም ምስቲ ገንሸል ኪዋግኡ እዮም፣ እቲ ገንሸል ግና ጐይታ ጐይተትን ንጉሰ ነገስትን ስለ ዝዀነ፡ ኪስዕሮም እዩ። | ቅቡዓን በሙሉ ወደ ሰማይ ከሄዱ በኋላ የአምላክ ሕዝቦች ጠላቶች ስለሚያደርጉት ነገር ሲናገር እንዲህ ይላል፦ እነዚህ ከበጉ ጋር ይዋጋሉ፤ ሆኖም በጉ የጌቶች ጌታና የነገሥታት ንጉሥ ስለሆነ ድል ይነሳቸዋል። |
2,398 | am_tg | ከእሱ ጋር ያሉት የተጠሩት፣ የተመረጡትና የታመኑትም ድል ያደርጋሉ። | እቶም ምስኡ ዘለዉ ጽዉዓትን ሕሩያትን እሙናትን እውን ኪስዕሩ እዮም። |
2,399 | tg_am | እቶም ምስኡ ዘለዉ ጽዉዓትን ሕሩያትን እሙናትን እውን ኪስዕሩ እዮም። | ከእሱ ጋር ያሉት የተጠሩት፣ የተመረጡትና የታመኑትም ድል ያደርጋሉ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.