Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,400
am_tg
ኢየሱስ በሰማይ ካሉት 144,000 ተባባሪ ገዢዎቹ ጋር በመሆን በምድር ላይ ያሉትን የአምላክ ሕዝቦች ይታደጋል።
የሱስ ምስቶም ኣብ ሰማይ ምስኡ ዚነግሱ 144,000 ኰይኑ፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ህዝቢ ኣምላኽ ኬድሕኖም ኪመጽእ እዩ።
2,401
tg_am

2,402
am_tg
ወደ ክርስቲያናዊ ስብሰባዎች ለጋበዘን አምላክ አክብሮት እንዳለን ጨዋነት በሚንጸባረቅበት ምግባራችን፣ በአለባበሳችንና በአጋጌጣችን ልናሳይ ይገባል።
ነቲ ናብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ዚዕድመና ኣምላኽ ዘሎና ኣኽብሮት፡ ኣብ ጠባይናን ኣብ ኣመለኻኽዓናን ኣብ ኣከዳድናናን ኪንጸባረቕ ኣለዎ።
2,403

2,404
am_tg
አክብሮት ካለን ከተለመደው ወጣ ያሉ ነገሮችን ከማድረግም እንቆጠባለን።
ብዘይካዚ፡ ሚዛንና ኽንሕሉ ኣሎና።
2,405

2,406
am_tg
ይሖዋ አገልጋዮቹም ሆነ ተጋባዦች በመንግሥት አዳራሽ ውስጥ ነፃነት እንዲሰማቸው ይፈልጋል።
የሆዋ ንኣገልገልቱን ንኣጋይሽን፡ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናጽነት ኪስምዖም ይደሊ እዩ።
2,407

2,408
am_tg
በሌላ በኩል ግን ወደ አዳራሾቻችን የሚመጡ ሰዎች በአለባበሳቸው ግዴለሽ የሚሆኑ፣ ስብሰባ እየተካሄደ በስልክ መልእክት የሚጽፉ፣ የሚያወሩ፣ የሚበሉ፣ የሚጠጡ ወይም የመሳሰሉትን ነገሮች የሚያደርጉ ከሆነ ለስብሰባው አክብሮት እንደጎደላቸው እያሳዩ ነው።
ይኹን እምበር፡ ተኣከብቲ ብግቡእ ዘይክደኑ፡ ኣኼባ እናተኻየደ ኸሎ ብሞባይል መልእኽቲ ዚጸሓሓፉ፡ ዚበልዑ፡ ዚሰትዩ፡ ወይ ካልእ ነገራት ዚገብሩ እንተ ዀይኖም፡ ኣኽብሮት ከም ዘይብሎም እዮም ዜርእዩ።
2,409

2,410
am_tg
በተጨማሪም የመንግሥት አዳራሹ ልጆች የሚሯሯጡበት ወይም የሚጫወቱበት ስፍራ እንዳልሆነ ወላጆቻቸው ሊያስገነዝቧቸው ይገባል።
ወለዲ እውን ንደቆም፡ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እትጐይየሉ ወይ እትጻወተሉ ቦታ ኸም ዘይኰነ ንኺርድኡ ኺሕግዝዎም ኣለዎም።
2,411

2,412
am_tg
ኢየሱስ በአምላክ ቤተ መቅደስ ውስጥ የንግድ እንቅስቃሴዎችን ያካሂዱ በነበሩት ሰዎች በጣም ስለተቆጣ አባርሯቸዋል።
የሱስ ነቶም ኣብ ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ንግዳዊ ንጥፈታት ዚፍጽሙ ዝነበሩ ሰባት ምስ ረኣዮም ኣዝዩ ስለ እተቘጥዐ፡ ካብኡ ሰጐጎም።
2,413

2,414
am_tg
የመንግሥት አዳራሾቻችንም ንጹሕ አምልኮ የሚከናወንባቸውና መንፈሳዊ ትምህርት የምናገኝባቸው ቦታዎች ናቸው።
ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እውን እንተ ዀነ፡ ንጹህ ኣምልኾን መንፈሳዊ ትምህርትን ዚውሃበሉ ቦታ እዩ።
2,415

2,416
am_tg
በመሆኑም ንግድን ጨምሮ ከመንፈሳዊ ነገሮች ጋር ምንም ግንኙነት የሌለውን ማንኛውንም እንቅስቃሴ በዚያ ማከናወን አይኖርብንም።
ስለዚ፡ ምስ መንፈሳዊ ጕዳያት ዘይተሓሓዝ ዝዀነ ይኹን ንግዳዊ ንጥፈታት ኣብ ካልእ ቦታ እዩ ኺግበር ዚግብኦ።
2,417

2,418
am_tg
—⁠ ጋር አወዳድር፤
—ምስ ኣረኣኢ።
2,419
tg_am
—ምስ ኣረኣኢ።
—⁠ ጋር አወዳድር፤
2,420
am_tg
አዘውትረው ይገኙ ነበር ተብሎ የተተረጎመው የግሪክኛ ሐሳብ በአንድ ነገር መጽናትን የሚያመለክት ሲሆን ይህም ከፍተኛ ጥረት ማድረግን ይጠይቃል።
እታ ጸኒዖም ነበሩ ተባሂላ እተተርጐመት ናይ ግሪኽኛ ቓል፡ ከም እተጻወሩ ወይ ብብርቱዕ ጻዕሪ ኸም ዝጸንዑ ትእምት እያ።
2,421

2,422
am_tg
በሮም አገዛዝ ሥር ለሚኖሩትና በጊዜው ከነበሩት የሃይማኖት መሪዎች ተቃውሞ ለሚደርስባቸው ለጥንቶቹ ክርስቲያኖች በስብሰባዎች ላይ መገኘት ቀላል አልነበረም።
እቶም ቀዳሞት ክርስትያናት እቲኦም ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ሮሜ ስለ ዝነበሩ፡ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ድማ ተቓውሞ የጋጥሞም ብምንባሩ፡ ንዓታቶም ኣብ ኣኼባታት ምእካብ ቀሊል ኣይነበረን።
2,423

2,424
am_tg
ያም ቢሆን በስብሰባዎች ላይ አዘውትረው ይገኙ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ጸኒዖም እዮም።
2,425
tg_am
ይኹን እምበር፡ ጸኒዖም እዮም።
ያም ቢሆን በስብሰባዎች ላይ አዘውትረው ይገኙ ነበር።
2,426
am_tg
በዛሬው ጊዜ የሚገኙ በርካታ የይሖዋ አገልጋዮች ለክርስቲያናዊ ስብሰባዎች ጥልቅ አድናቆት እንዳላቸው አሳይተዋል።
ብዙሓት ኣብዚ ግዜና ዚርከቡ ኣገልገልቲ የሆዋ ንክርስትያናዊ ኣኼባታትና ዘለዎም ልዑል ኣኽብሮት ኣርእዮም እዮም።
2,427

2,428
am_tg
ከ22 ለሚበልጡ ዓመታት የበላይ አካል አባል ሆኖ ያገለገለው ወንድም ጆርጅ ጋንጋስ እንዲህ ብሏል፦ ከወንድሞች ጋር መሰብሰብ ማለት ለእኔ፣ በሕይወቴ ውስጥ ትልቅ ደስታና ማበረታቻ ከሚሰጡኝ ነገሮች አንዱ ነው።
ኣብ ኣመሓዳሪ ኣካል ልዕሊ 22 ዓመት ዘገልገለ ጆርጅ ጋንገስ፡ ምስ ኣሕዋት ምእካብ፡ ንዓይ ሓደ ኻብቲ ኣብ ህይወተይ ልዕሊ ዅሉ ባህ ዚብለንን ምንጪ መተባብዒ ዚዀነለይን እዩ በለ።
2,429

2,430
am_tg
አክሎም የእኔም የዘወትር ሐሳብና ፍላጎት በስብሰባዎች ላይ መገኘት ነው ብሏል።
ኣስዕብ ኣቢሉ ኸኣ፡ ውሽጣዊ ሓሳበይን ትምኒተይን እውን ኣብ ኣኼባታት ምእካብ እዩ በለ።
2,431

2,432
am_tg
አንተስ ይሖዋን ለማምለክ አንድ ላይ ስለ መሰብሰብ እንዲህ ይሰማሃል?
ንኣምልኾ የሆዋ ብዛዕባ እንገብሮ ኣኼባታት ከምኡ ድዩ ዚስምዓካ፧
2,433

2,434
am_tg
ከሆነ በስብሰባዎች ላይ አዘውትረህ ለመገኘት የምታደርገውን ልባዊ ጥረት ግፋበት።
እምበኣር፡ ወትሩ ጸኒዕካ ኣብ ኣኼባታት ክትእከብ ቈራጽነት ግበር።
2,435

2,436
am_tg
በዚህ መንገድ የንጉሥ ዳዊት ዓይነት ስሜት እንዳለህ ታሳያለህ፤ ዳዊት እንዲህ ብሏል፦ ይሖዋ ሆይ፣ የምትኖርበትን ቤት እወዳለሁ።
በዚ ኸምዚ ድማ፡ ምስቲ፡ ኦ የሆዋ፡ ንቤት ማሕደርካ እፈትዎ እየ ዝበለ ንጉስ ዳዊት ክትሰማማዕ ኢኻ።
2,437

2,438
am_tg
መጽናት የሚለው ቃል በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የተሠራበት፣ ፈተናዎችን ወይም አስቸጋሪ ሁኔታዎችን ከመቋቋም የበለጠ ነገርን ለማመልከት ነው።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻዋርነት ኪብሃል ከሎ፡ ፈተናታት ወይ መከራ ምኽኣል ማለት ጥራይ ኣይኰነን።
2,439

2,440
am_tg
ጽናት ከአስተሳሰባችንና ከስሜታችን ማለትም መከራ ሲደርስብን ከምናደርገው ነገር ጋር የተያያዘ ነው።
ተጻዋርነት ንኣእምሮናን ንልብናን፡ ማለት ነቲ ንጸገማት እንጻወረሉ መገዲ እውን እተጠቓልል እያ።
2,441

2,442
am_tg
የሚጸና ሰው ድፍረትና ትዕግሥት እንዳለው እንዲሁም ከአቋሙ ፍንክች እንደማይል ያሳያል።
ሓደ ዚጻወር ሰብ ትብዓትን ጽንዓትን ዓቕልን የርኢ እዩ።
2,443

2,444
am_tg
አንድ የማመሳከሪያ ጽሑፍ እንደገለጸው ጽናት አንድን ነገር ምርጫ ስለሌለን ብቻ መቀበልን ሳይሆን ብሩህ ተስፋ ይዞ የመቻልን መንፈስ ያመለክታል።
ሓደ መወከሲ ጽሑፍ ብዛዕባ ተጻዋርነት፡ ብርዕመት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብውዕዉዕ ተስፋ ናይ ምጽዋር መንፈስ ዚረኣየላ እያ።
2,445

2,446
am_tg
ይኸው ጽሑፍ አክሎም እንዲህ ብሏል፦ ጽናት፣ አንድ ሰው ወደ እሱ የሚነፍሰውን ነፋስ ፊት ለፊት ተጋፍጦ ሳይንገዳገድ እንዲቆም የሚያስችለው ባሕርይ ነው።
ሓደ ሰብ ንንፋስ ስኑ ነኺሱ ገጽ ንገጽ ኪቃወሞ እተኽእሎ ባህርይ እያ።
2,447

2,448
am_tg
ከሥቃዩ ባሻገር ያለውን ግብ ለመመልከት ስለሚረዳ ከባዱን መከራ ወደ ክብር መለወጥ የሚያስችል ግሩም ባሕርይ ነው።
ክንዮ እቲ ስቓይ ነቲ ሸቶ ስለ እትርኢ፡ ነቲ ዝኸበደ ፈተና ናብ ክብሪ ኸም ዚቕየር ክትገብር እትኽእል እትነኣድ ባህርይ እያ ይብል።
2,449

2,450
am_tg
ክርስቲያኖች እንዲጸኑ የሚያነሳሳቸው ፍቅር ነው።
ንሓደ ክርስትያን ከም ዚጻወር እትገብሮ ፍቕሪ እያ።
2,451
tg_am
ንሓደ ክርስትያን ከም ዚጻወር እትገብሮ ፍቕሪ እያ።
ክርስቲያኖች እንዲጸኑ የሚያነሳሳቸው ፍቅር ነው።
2,452
am_tg
ለይሖዋ ያለን ፍቅር፣ እሱ የሚፈቅደውን ማንኛውንም ነገር በጽናት እንድንወጣ ያነሳሳናል።
እታ ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ነቲ ምስ ፍቕዱ ዚሰማማዕ ዝዀነ ይኹን ነገር ክንጻወር ትድርኸና።
2,453

2,454
am_tg
ለወንድሞቻችን ያለን ፍቅር፣ ፍጹማን ባለመሆናቸው ያለባቸውን ድክመት ችለን እንድናልፍ ይረዳናል።
ንኣሕዋትና ዘላትና ፍቕሪ ድማ ዘይፍጽምናኦም ክንጻወር ትሕግዘና።
2,455

2,456
am_tg
ለትዳር ጓደኛችን ያለን ፍቅር ደግሞ ደስተኛ ባለትዳሮች እንኳ የሚያጋጥማቸውን መከራ በጽናት እንድናሳልፍና የትዳር ጥምረታችንን እንድናጠናክር ያደርገናል።
ንመጻምድትና ዘላትና ፍቕሪ ኸኣ፡ ጽቡቕ ሓዳር ዘለዎም ሰብ ሓዳር እኳ ዜጋጥሞም ጸበባ ኽንጻወርን ንማእሰር ሓዳር ከነደልድልን ትድርኸና።
2,457

2,458
am_tg
በታሪክ ዘመናት ሁሉ ይሖዋ ዝርዝር መመሪያዎች ወይም ትእዛዛት ሲሰጥ ቆይቷል።
ኣብ መላእ ታሪኽ ደቂ ሰብ፡ የሆዋ ዝርዝር መምርሒ ሂቡ እዩ።
2,459

2,460
am_tg
ለምሳሌ በኤደን ገነት የዘላለም ሕይወትና ዘላቂ ደስታ ሊያስገኝ የሚችል ግልጽ መመሪያ ለአዳምና ለሔዋን ሰጥቷቸው ነበር።
ንኣብነት፡ ኣብ ገነት ኤደን፡ የሆዋ ንደቂ ሰብ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወትን ናብ ሓጐስን ኪመርሖም ዚኽእል መምርሒታት ሂቡዎም እዩ።
2,461

2,462
am_tg
እነዚህ ባልና ሚስት መመሪያውን ቢታዘዙ ኖሮ ችግር ላይ አይወድቁም ነበር፤ ባለመታዘዛቸው ምክንያት ግን በመከራ የተሞላ እንዲሁም ያለምንም ተስፋ በሞት የሚደመደም ሕይወት ለመምራት ተገደዋል።
ኣዳምን ሄዋንን ንመምርሒኡ እንተ ዚእዘዙ፡ ዘይተኣዛዝነት ካብ ዜምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ምደሓኑ ነይሮም፣ እወ፡ ስቓይ ዝመልኦ ህይወት ኣይምነበሩን፡ ብዘይ ተስፋ እውን ኣይምሞቱን።
2,463

2,464
am_tg
ሔዋን መመሪያውን በመታዘዝ ፋንታ ከአንድ ተራ እንስሳ የመጣ የሚመስለውን ምክር ተቀብላለች።
ይኹን እምበር፡ ሄዋን ኣብ ክንዲ እትእዘዝ፡ ነቲ ኻብኣ ኻብ ዚትሕት እንስሳ ዝረኸበቶ ምኽሪ ሰምዐት።
2,465

2,466
am_tg
አዳምም ቢሆን ሟች የሆነችው ሔዋን የነገረችውን ነገር ሰማ።
ኣዳም ከኣ ድምጺ እዛ መዋቲት ሰብ ሰምዐ።
2,467
tg_am
ኣዳም ከኣ ድምጺ እዛ መዋቲት ሰብ ሰምዐ።
አዳምም ቢሆን ሟች የሆነችው ሔዋን የነገረችውን ነገር ሰማ።
2,468
am_tg
ሁለቱም አፍቃሪ የሆነው አባታቸው የሰጣቸውን መመሪያ አልተቀበሉም።
ክልቲኦም ንመምርሒ እቲ ፈቃር ኣቦኦም ዝባኖም ሃቡ።
2,469

2,470
am_tg
በዚህም የተነሳ የሰው ልጆች ወደ ሞት በሚመራ ጎዳና ላይ መጓዝ ጀመሩ።
ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ናብ ሞት ብዚመርሕ መገዲ ኺመላለሱ ጀመሩ።
2,471

2,472
am_tg
ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሕዝቦቹን እየመራ ወደ ዘላለም ሕይወት የሚወስዳቸውንና አደጋ የሌለበትን መንገድ ይጠቁማቸዋል።
ሎሚ የሆዋ ኣብ ቅድሚ ህዝቡ ደው ኢሉ፡ ካብ ሓደጋ ኺርሕቁ ይሕግዞምን መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይሕብሮምን እዩ።
2,473

2,474
am_tg
ከዚህ በተጨማሪ አፍቃሪ እረኛ እንደመሆኑ መጠን በጎቹ አደገኛ የሆነ ጎዳና ከመከተል እንዲርቁ አስፈላጊውን መመሪያና ማስጠንቀቂያ ይሰጣቸዋል።
ብዘይካዚ፡ ከም ሓደ ፈቃር ጓሳ ዀይኑ፡ ንኣባጊዑ ቕኑዕ ኣንፈት ይሕብረንን ካብ ሓደገኛ መገድታት ኪርሕቃ የጠንቅቐንን እዩ።
2,475

2,476
am_tg
ይሖዋ በቃሉ በመጽሐፍ ቅዱስ አማካኝነት ቀጥተኛ የሆኑ በርካታ መመሪያዎችን ሰጥቶናል።
የሆዋ በቲ ብጽሑፍ ዝሰፈረ ቓሉ ኣቢሉ፡ ብዙሕ ዝርዝር ትእዛዛት ሂቡና ኣሎ።
2,477

2,478
am_tg
ለምሳሌ የፆታ ብልግናን፣ የጣዖት አምልኮን፣ ስርቆትንና ስካርን ያወግዛል።
ንኣብነት፡ ምንዝርናን ዝሙትን ስርቅን ስኽራንን ከልኪሉ እዩ።
2,479

2,480
am_tg
በተጨማሪም የአምላክ ልጅ የሆነው ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ለደቀ መዛሙርቱ የሚከተለውን ከባድ ሆኖም አስደሳች ትእዛዝ ሰጥቷቸዋል፦ ሂዱና ከሁሉም ብሔራት ሰዎችን ደቀ መዛሙርት አድርጉ፤ በአብ፣ በወልድና በመንፈስ ቅዱስ ስም እያጠመቃችኋቸው፣ ያዘዝኳችሁንም ሁሉ እንዲጠብቁ እያስተማራችኋቸው ደቀ መዛሙርት አድርጓቸው።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ እቲ ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ንሰዓብቱ፡ ኪዱ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ፣ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ ምሃርዎም።
2,481

2,482
am_tg
እነሆም እኔ እስከ ሥርዓቱ መደምደሚያ ድረስ ሁልጊዜ ከእናንተ ጋር ነኝ።
እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ ብምባል ከቢድ ግናኸ ባህ ዜብል ትእዛዝ ሂብዎም እዩ።
2,483

2,484
am_tg
በእርግጥም መለኮታዊ ሕጎችና ትእዛዛት ለእኛ ጥበቃ ሆነውልናል! እነዚህን መመሪያዎች መታዘዛችን ለራሳችን ያለን አክብሮት እንዲጨምር፣ ጥሩ ጤንነት እንዲኖረንና ቤተሰባችን ይበልጥ ደስተኛ እንዲሆን አድርጓል።
ሕግታትን ትእዛዛትን ኣምላኽሲ ኸመይ ዝበለ ዕቝባ ዀን እዩ ዚኸውን! ንዕኡ ምስ እንሕልዎ፡ ንርእስና ኣኽብሮት ነሕድር፡ ጥዕናና ይመሓየሽ፡ ኣብ ስድራ ቤትና እውን ዝሓሸ ሓጐስ ይህልወና።
2,485

2,486
am_tg
በስብከቱ ሥራ እንድንካፈል የተሰጠንን ትእዛዝ ጨምሮ የይሖዋን መመሪያዎች በሙሉ በታማኝነት መታዘዛችን ከሁሉም በላይ የእሱን ሞገስና በረከት አስገኝቶልናል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንትእዛዛት የሆዋ፡ እንተላይ ነቲ ኣብ ዕዮ ስብከት ክንካፈል እተዋህበና ትእዛዝ ብተኣማንነት ጠቢቕና ምሕላውና፡ ስምረቱን በረኸቱን እዩ ዜምጻልና።
2,487

2,488
am_tg
የአምላክ ቅዱስ መንፈስ እንዲመራን ስንፈቅድ እንዲሁም በአምላክ ቃል ውስጥ ከሰፈረው የይሖዋ አመለካከት ጋር የሚስማማ አመለካከት ስናዳብር አስተሳሰባችን፣ ንግግራችንና ድርጊታችን አምላክን የሚያስደስት ይሆናል።
ንመሪሕነት እቲ ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ምስ እንግዛእን ኣተሓሳስባና ምስቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ ኣረኣእያ የሆዋ ምስ እነሰማምዖን፡ ኣተሓሳስባናን ቃላትናን ተግባራትናን ብዝያዳ ምስ ናይ ኣምላኽ ይሳነ እዩ።
2,489

2,490
am_tg
እርግጥ ነው፣ እንዲህ እያደረግንም ቢሆን በድክመቶቻችን ላለመሸነፍ መጠንቀቅ ያስፈልገናል።
ሽዑ እውን እንተ ዀነ፡ ብገለ ድኽመትና ኸይንስነፍ ገዛእ ርስና ኽንሕሉ የድልየና እዩ።
2,491

2,492
am_tg
መንፈሳዊ እድገትህ አዝጋሚ እንደሆነ ከተሰማህ እንዲህ ያለ እድገት ማድረግ ጊዜ እንደሚወስድ ማስታወስህ ጠቃሚ ነው።
መንፈሳዊ ዕቤትካ እተጐትተ ዀይኑ እንተ ተሰሚዑካ፡ ዕቤት ግዜ ኸም ዚወስድ ክትርስዕ የብልካን።
2,493

2,494
am_tg
መንፈሳዊ ባሕርያትን ማዳበር ቀጣይነት ያለው ሂደት ነው።
መንፈሳዊ ባህርያት ምምዕባል፡ ቀጻሊ መስርሕ እዩ።
2,495
tg_am
መንፈሳዊ ባህርያት ምምዕባል፡ ቀጻሊ መስርሕ እዩ።
መንፈሳዊ ባሕርያትን ማዳበር ቀጣይነት ያለው ሂደት ነው።
2,496
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ ምንጊዜም በሕይወታችን ውስጥ ጠቃሚ ለውጦች ለማድረግ እንዲረዳን ስንጥር ትዕግሥተኞች መሆን አለብን።
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ህይወትና ብቐጻሊ ኣወንታዊ ለውጢ ምእንቲ ኼፍሪ፡ ትዕግስቲ የድልየና እዩ።
2,497

2,498
am_tg
ከቅዱሳን መጻሕፍት ጋር የሚስማማ ነገር ለማድረግ መጀመሪያ ላይ ራሳችንን መገሠጽ ያስፈልገን ይሆናል።
ኣብ ፈለማ፡ ብመለክዒ ቕዱሳት ጽሑፋት ቅኑዕ ዘበለ ንምግባር፡ ገዛእ ርእስና ኽንግስጽ ኣሎና።
2,499