Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
2,500 | am_tg | ውሎ አድሮ በአስተሳሰባችንና በድርጊታችን ይሖዋ አምላክን መምሰል ስንችል ግን አምላክን በሚያስደስት መንገድ ማሰብና መመላለስ ይበልጥ ቀላል ሊሆንልን ይችላል። | ድሕሪ ግዜ ግና፡ ሓሳባትናን ተግባራትናን ምስ ናይ የሆዋ ኣምላኽ እናተሰማምዐ ስለ ዚኸይድ፡ ብኣምላኻዊ መገዲ ምሕሳብን ምግባርን እናቐለለናን እናተወሃሃደናን እዩ ዚኸይድ። |
2,501 | tg_am | ድሕሪ ግዜ ግና፡ ሓሳባትናን ተግባራትናን ምስ ናይ የሆዋ ኣምላኽ እናተሰማምዐ ስለ ዚኸይድ፡ ብኣምላኻዊ መገዲ ምሕሳብን ምግባርን እናቐለለናን እናተወሃሃደናን እዩ ዚኸይድ። | ውሎ አድሮ በአስተሳሰባችንና በድርጊታችን ይሖዋ አምላክን መምሰል ስንችል ግን አምላክን በሚያስደስት መንገድ ማሰብና መመላለስ ይበልጥ ቀላል ሊሆንልን ይችላል። |
2,502 | am_tg | ምሥራቹን የመስበኩ ሥራ ይሖዋ ለሰው ልጆች ካለው ፍቅር የተንጸባረቀበት ዓላማ ጋር እንዴት እንደሚያያዝ አስብ። | ስብከት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ፍቕራዊ ዕላማ ኸመይ ኢሉ ኸም ዚተሓሓዝ እሞ ሕሰብ። |
2,503 | tg_am | ስብከት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ፍቕራዊ ዕላማ ኸመይ ኢሉ ኸም ዚተሓሓዝ እሞ ሕሰብ። | ምሥራቹን የመስበኩ ሥራ ይሖዋ ለሰው ልጆች ካለው ፍቅር የተንጸባረቀበት ዓላማ ጋር እንዴት እንደሚያያዝ አስብ። |
2,504 | am_tg | የአምላክ ዓላማ የሰው ልጆች ፈጽሞ ሞትን ሳያዩ በምድር ላይ እንዲኖሩ ነው፤ አዳም ኃጢአት ቢሠራም ይሖዋ ይህን ዓላማውን አልቀየረም። | ሰባት ከይሞቱ ንምድሪ ኺመልእዋ እዩ ዕላማኡ ነይሩ፣ ኣዳም እኳ እንተ ሓጥአ፡ የሆዋ ሓሳቡ ኣይቀየረን። |
2,505 | tg_am | ሰባት ከይሞቱ ንምድሪ ኺመልእዋ እዩ ዕላማኡ ነይሩ፣ ኣዳም እኳ እንተ ሓጥአ፡ የሆዋ ሓሳቡ ኣይቀየረን። | የአምላክ ዓላማ የሰው ልጆች ፈጽሞ ሞትን ሳያዩ በምድር ላይ እንዲኖሩ ነው፤ አዳም ኃጢአት ቢሠራም ይሖዋ ይህን ዓላማውን አልቀየረም። |
2,506 | am_tg | እንዲያውም የሰው ልጆች ከኃጢአትና ከሞት ኩነኔ ነፃ የሚወጡበትን ዝግጅት አደረገ። | ኣብ ክንዳኡስ፡ ደቂ ሰብ ካብ ኵነኔ ሓጢኣትን ሞትን ዚወጹሉ መሰናድዎ እዩ ኣዳልዩ። |
2,507 | tg_am | ኣብ ክንዳኡስ፡ ደቂ ሰብ ካብ ኵነኔ ሓጢኣትን ሞትን ዚወጹሉ መሰናድዎ እዩ ኣዳልዩ። | እንዲያውም የሰው ልጆች ከኃጢአትና ከሞት ኩነኔ ነፃ የሚወጡበትን ዝግጅት አደረገ። |
2,508 | am_tg | ይህንን ዓላማ ከዳር ማድረስ እንዲቻል ኢየሱስ ወደ ምድር መጥቶ ታዛዥ ለሆኑ ሰዎች ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ሰጥቷል። | የሱስ ምስዚ ዕላማ እዚ ተሰማሚዑ ኺዓዪ ኢሉ ናብ ምድሪ መጺኡን ህይወቱ ምእንቲ እዙዛት ሰባት መስዋእቲ ገይሩ ሂቡን እዩ። |
2,509 | tg_am | የሱስ ምስዚ ዕላማ እዚ ተሰማሚዑ ኺዓዪ ኢሉ ናብ ምድሪ መጺኡን ህይወቱ ምእንቲ እዙዛት ሰባት መስዋእቲ ገይሩ ሂቡን እዩ። | ይህንን ዓላማ ከዳር ማድረስ እንዲቻል ኢየሱስ ወደ ምድር መጥቶ ታዛዥ ለሆኑ ሰዎች ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ሰጥቷል። |
2,510 | am_tg | ይሁንና የሰው ልጆች ታዛዥ እንዲሆኑ አምላክ ከእነሱ ምን እንደሚጠብቅባቸው ማወቅ ያስፈልጋቸዋል። | ሰባት እዙዛት ምእንቲ ኪዀኑ ግና፡ ኣምላኽ እንታይ ኪገብሩ ኸም ዚደልዮም ኪርድኡ ኣለዎም። |
2,511 | tg_am | ሰባት እዙዛት ምእንቲ ኪዀኑ ግና፡ ኣምላኽ እንታይ ኪገብሩ ኸም ዚደልዮም ኪርድኡ ኣለዎም። | ይሁንና የሰው ልጆች ታዛዥ እንዲሆኑ አምላክ ከእነሱ ምን እንደሚጠብቅባቸው ማወቅ ያስፈልጋቸዋል። |
2,512 | am_tg | በመሆኑም ኢየሱስ የአምላክን መሥፈርቶች ለሰዎች አስተምሯል፤ ደቀ መዛሙርቱም እንዲህ እንዲያደርጉ ትእዛዝ ሰጥቷል። | ስለዚ፡ የሱስ ንሰባት፡ ኣምላኽ እንታይ ክንገብር ከም ዚደልየና ምሂሩ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ድማ ከምኡ ኺገብሩ ነጊርዎም እዩ። |
2,513 | tg_am | ስለዚ፡ የሱስ ንሰባት፡ ኣምላኽ እንታይ ክንገብር ከም ዚደልየና ምሂሩ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ድማ ከምኡ ኺገብሩ ነጊርዎም እዩ። | በመሆኑም ኢየሱስ የአምላክን መሥፈርቶች ለሰዎች አስተምሯል፤ ደቀ መዛሙርቱም እንዲህ እንዲያደርጉ ትእዛዝ ሰጥቷል። |
2,514 | am_tg | እኛም ሰዎች ከአምላክ ጋር እንዲታረቁ ስንረዳ የሰው ልጆችን ከኃጢአትና ከሞት ለማዳን ይሖዋ ባደረገው ፍቅራዊ ዝግጅት ውስጥ ቀጥተኛ ተሳትፎ ይኖረናል። | ንሰባት ምስ ኣምላኽ ኪዕረቑ ብምሕጋዝ፡ ኣብቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ካብ ሓጢኣትን ሞትን ንምንጋፍ ዝገበሮ ፍቕራዊ መሰናድዎ ብቐጥታ ኢና እንሳተፍ። |
2,515 | tg_am | ንሰባት ምስ ኣምላኽ ኪዕረቑ ብምሕጋዝ፡ ኣብቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ካብ ሓጢኣትን ሞትን ንምንጋፍ ዝገበሮ ፍቕራዊ መሰናድዎ ብቐጥታ ኢና እንሳተፍ። | እኛም ሰዎች ከአምላክ ጋር እንዲታረቁ ስንረዳ የሰው ልጆችን ከኃጢአትና ከሞት ለማዳን ይሖዋ ባደረገው ፍቅራዊ ዝግጅት ውስጥ ቀጥተኛ ተሳትፎ ይኖረናል። |
2,516 | am_tg | በተጨማሪም እንዲህ ማድረጋችን ለእነሱም ሆነ ለይሖዋ ያለንን ፍቅር ያሳያል፤ የይሖዋ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎች እንዲድኑና የእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው። | እዚ እውን ንሰባትን ነቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ እተባህለሉ የሆዋን ፍቕሪ ኸም ዘሎና የርኢ። |
2,517 | tg_am | እዚ እውን ንሰባትን ነቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ እተባህለሉ የሆዋን ፍቕሪ ኸም ዘሎና የርኢ። | በተጨማሪም እንዲህ ማድረጋችን ለእነሱም ሆነ ለይሖዋ ያለንን ፍቅር ያሳያል፤ የይሖዋ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎች እንዲድኑና የእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው። |
2,518 | am_tg | ስለምታምንበት ነገር እርግጠኛ ከሆንክ ይህ በምግባርህ ላይ መንጸባረቁ አይቀርም። | ንሓደ ነገር ኣጸቢቕካ እትኣምነሉ እንተ ዄንካ፡ ብተግባራትካ ይርአ እዩ። |
2,519 | tg_am | ንሓደ ነገር ኣጸቢቕካ እትኣምነሉ እንተ ዄንካ፡ ብተግባራትካ ይርአ እዩ። | ስለምታምንበት ነገር እርግጠኛ ከሆንክ ይህ በምግባርህ ላይ መንጸባረቁ አይቀርም። |
2,520 | am_tg | ወጣቶችም ቢሆኑ ቅዱስ ሥነ ምግባር ሊኖራቸው ይገባል። | መንእሰያት እውን ብቕዱስ ኣነባብራ ኺመላለሱ ኣለዎም። |
2,521 | tg_am | መንእሰያት እውን ብቕዱስ ኣነባብራ ኺመላለሱ ኣለዎም። | ወጣቶችም ቢሆኑ ቅዱስ ሥነ ምግባር ሊኖራቸው ይገባል። |
2,522 | am_tg | ይህን ለማድረግ ደግሞ ከሥነ ምግባር አኳያ ንጹሕ መሆን አለባቸው። | ከምዚ ንምግባር፡ ብስነ ምግባር ንጹህ ክትከውን ኣሎካ። |
2,523 | tg_am | ከምዚ ንምግባር፡ ብስነ ምግባር ንጹህ ክትከውን ኣሎካ። | ይህን ለማድረግ ደግሞ ከሥነ ምግባር አኳያ ንጹሕ መሆን አለባቸው። |
2,524 | am_tg | በዚህ ረገድ የአንተ ሁኔታ ምን ይመስላል? | ኣብዚ መዳይ እዚ ኸመይ ኢኻ፧ |
2,525 | tg_am | ኣብዚ መዳይ እዚ ኸመይ ኢኻ፧ | በዚህ ረገድ የአንተ ሁኔታ ምን ይመስላል? |
2,526 | am_tg | ለምሳሌ ያለፉትን ስድስት ወራት መለስ ብለህ አስብ። | ንኣብነት፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ወርሒ እሞ ሕሰብ። |
2,527 | tg_am | ንኣብነት፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ወርሒ እሞ ሕሰብ። | ለምሳሌ ያለፉትን ስድስት ወራት መለስ ብለህ አስብ። |
2,528 | am_tg | ትክክል ወይም ስህተት የሆነውን ለመለየት የሠለጠነ የማስተዋል ችሎታ እንዳለህ ያሳየኸው እንዴት ነው? | ልቦናኻ ቕኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ከም ዝሰልጠነ ብኸመይ ኣርኢኻ፧ |
2,529 | tg_am | ልቦናኻ ቕኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ከም ዝሰልጠነ ብኸመይ ኣርኢኻ፧ | ትክክል ወይም ስህተት የሆነውን ለመለየት የሠለጠነ የማስተዋል ችሎታ እንዳለህ ያሳየኸው እንዴት ነው? |
2,530 | am_tg | ፈተናዎችን ወይም የእኩዮችን ተጽዕኖ የተቋቋምክባቸውን አጋጣሚዎች ታስታውሳለህ? | ንፈተና ወይ ንጸቕጢ መዛኑ እተጻረርካሉ ኣጋጣሚታት ክትዝክርዶ ትኽእል፧ |
2,531 | tg_am | ንፈተና ወይ ንጸቕጢ መዛኑ እተጻረርካሉ ኣጋጣሚታት ክትዝክርዶ ትኽእል፧ | ፈተናዎችን ወይም የእኩዮችን ተጽዕኖ የተቋቋምክባቸውን አጋጣሚዎች ታስታውሳለህ? |
2,532 | am_tg | በትምህርት ቤት የምታሳየው ምግባር ስለምታምንበት ነገር ጥሩ ምሥክርነት ይሰጣል? | ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘሎካ ኣካይዳ ብዛዕባ እምነትካ ጽቡቕ ገይሩ ይዛረብ ድዩ፧ |
2,533 | tg_am | ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘሎካ ኣካይዳ ብዛዕባ እምነትካ ጽቡቕ ገይሩ ይዛረብ ድዩ፧ | በትምህርት ቤት የምታሳየው ምግባር ስለምታምንበት ነገር ጥሩ ምሥክርነት ይሰጣል? |
2,534 | am_tg | ሌሎች እንዳያሾፉብህ ስትል ብቻ አብረውህ ከሚማሩ ልጆች ጋር ለመመሳሰል ከመሞከር ይልቅ ለምታምንበት ነገር ጥብቅና ትቆማለህ? | ኣደዳ ላግጺ ኸይትኸውን ኢልካ ምስ ደቂ ኽፍልኻ ኽትማሳሰል ትጽዕር ዲኻ፡ ወይስ ምእንቲ እምነትካ ጸኒዕካ ትቐውም ኢኻ፧ |
2,535 | tg_am | ኣደዳ ላግጺ ኸይትኸውን ኢልካ ምስ ደቂ ኽፍልኻ ኽትማሳሰል ትጽዕር ዲኻ፡ ወይስ ምእንቲ እምነትካ ጸኒዕካ ትቐውም ኢኻ፧ | ሌሎች እንዳያሾፉብህ ስትል ብቻ አብረውህ ከሚማሩ ልጆች ጋር ለመመሳሰል ከመሞከር ይልቅ ለምታምንበት ነገር ጥብቅና ትቆማለህ? |
2,536 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ፍጹም የሆነ ሰው የለም። | ልክዕ እዩ፡ ፍጹም ሰብ ከም ዘየልቦ ኣይከሓድን እዩ። |
2,537 | tg_am | ልክዕ እዩ፡ ፍጹም ሰብ ከም ዘየልቦ ኣይከሓድን እዩ። | እርግጥ ነው፣ ፍጹም የሆነ ሰው የለም። |
2,538 | am_tg | ይሖዋን ለረጅም ጊዜ ያገለገሉ ሰዎችም እንኳ አንዳንድ ጊዜ በሕዝብ ፊት ስለሚያምኑበት ነገር በይፋ መናገር ሊያስፈራቸው ይችላል። | ንነዊሕ እዋን ንየሆዋ ዘገልገሉ እኳ ሓድሓደ ግዜ ኣብ ቅድሚ ሰባት ጽኑዕ መትከል ምሓዝ የፍርሆም እዩ። |
2,539 | tg_am | ንነዊሕ እዋን ንየሆዋ ዘገልገሉ እኳ ሓድሓደ ግዜ ኣብ ቅድሚ ሰባት ጽኑዕ መትከል ምሓዝ የፍርሆም እዩ። | ይሖዋን ለረጅም ጊዜ ያገለገሉ ሰዎችም እንኳ አንዳንድ ጊዜ በሕዝብ ፊት ስለሚያምኑበት ነገር በይፋ መናገር ሊያስፈራቸው ይችላል። |
2,540 | am_tg | ይሁንና ራሱን ለይሖዋ የወሰነ አንድ ሰው የአምላክን ስም በመሸከሙ ኩራት ይሰማዋል፤ ይህንንም በምግባሩ ያሳያል። | ኰይኑ ግና፡ ሓደ ርእሱ ንየሆዋ ዝወፈየ ሰብ፡ ብስም ኣምላኽ ዚጽዋዕ ምዃኑ የሐብኖ እዩ፣ ነዚ ድማ ብኣካይዳኡ የርእዮ እዩ። |
2,541 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ሓደ ርእሱ ንየሆዋ ዝወፈየ ሰብ፡ ብስም ኣምላኽ ዚጽዋዕ ምዃኑ የሐብኖ እዩ፣ ነዚ ድማ ብኣካይዳኡ የርእዮ እዩ። | ይሁንና ራሱን ለይሖዋ የወሰነ አንድ ሰው የአምላክን ስም በመሸከሙ ኩራት ይሰማዋል፤ ይህንንም በምግባሩ ያሳያል። |
2,542 | am_tg | ኢየሱስ አስቀድሞ እንደተናገረው ኢየሩሳሌም በጦር ሠራዊት ተከባ ሲመለከቱ በይሁዳ በተለይ ደግሞ በኢየሩሳሌም የሚኖሩ ክርስቲያኖች ቆራጥ እርምጃ መውሰድ ነበረባቸው። | ከምቲ የሱስ እተነበዮ፡ የሩሳሌም ብሰራዊት ተኸቢባ ምስ ረኣዩ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ክርስትያናት፡ ምናዳ ኸኣ እቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ዘበሉ፡ ወሳኒ ስጕምቲ ኺወስዱ ነይርዎም። |
2,543 | tg_am | ከምቲ የሱስ እተነበዮ፡ የሩሳሌም ብሰራዊት ተኸቢባ ምስ ረኣዩ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ክርስትያናት፡ ምናዳ ኸኣ እቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ዘበሉ፡ ወሳኒ ስጕምቲ ኺወስዱ ነይርዎም። | ኢየሱስ አስቀድሞ እንደተናገረው ኢየሩሳሌም በጦር ሠራዊት ተከባ ሲመለከቱ በይሁዳ በተለይ ደግሞ በኢየሩሳሌም የሚኖሩ ክርስቲያኖች ቆራጥ እርምጃ መውሰድ ነበረባቸው። |
2,544 | am_tg | ኢየሱስ፣ እነዚህ ነገሮች መፈጸም ሲጀምሩ በፍጥነት መሸሽ እንዳለባቸው አስጠንቅቋቸዋል። | እቲ እተነበዮ ኺፍጸም ከም ዝጀመረ ምስ ረኣዩ፡ ብኡብኡ ኺሃድሙ ኸም ዘለዎም የሱስ ኣጠንቂቕዎም ነይሩ እዩ። |
2,545 | tg_am | እቲ እተነበዮ ኺፍጸም ከም ዝጀመረ ምስ ረኣዩ፡ ብኡብኡ ኺሃድሙ ኸም ዘለዎም የሱስ ኣጠንቂቕዎም ነይሩ እዩ። | ኢየሱስ፣ እነዚህ ነገሮች መፈጸም ሲጀምሩ በፍጥነት መሸሽ እንዳለባቸው አስጠንቅቋቸዋል። |
2,546 | am_tg | ኢየሱስ ይህን ትንቢት ከተናገረ በኋላ በነበሩት 28 ዓመታት ውስጥ በእስራኤል የሚኖሩ ታማኝ አይሁዳውያን ክርስቲያኖች ብዙ ተቃውሞና ስደት የደረሰባቸው ቢሆንም ተቋቁመውታል። | ኣብቲ የሱስ ነቲ ትንቢት እቲ ኻብ ዚንበ ዝሓለፈ 28 ዓመት፡ እቶም ኣብ እስራኤል ዝነበሩ እሙናት ኣይሁድ ክርስትያናት ብዙሕ ተቓውሞን መስጐጕትን ብዓወት ሰጊሮም እዮም። |
2,547 | tg_am | ኣብቲ የሱስ ነቲ ትንቢት እቲ ኻብ ዚንበ ዝሓለፈ 28 ዓመት፡ እቶም ኣብ እስራኤል ዝነበሩ እሙናት ኣይሁድ ክርስትያናት ብዙሕ ተቓውሞን መስጐጕትን ብዓወት ሰጊሮም እዮም። | ኢየሱስ ይህን ትንቢት ከተናገረ በኋላ በነበሩት 28 ዓመታት ውስጥ በእስራኤል የሚኖሩ ታማኝ አይሁዳውያን ክርስቲያኖች ብዙ ተቃውሞና ስደት የደረሰባቸው ቢሆንም ተቋቁመውታል። |
2,548 | am_tg | ይሁን እንጂ ጳውሎስ ከእምነታቸው ጋር በተያያዘ በቅርቡ በጣም ከባድ ፈተና እንደሚያጋጥማቸው ያውቃል። | ኰይኑ ግና፡ ንእምነቶም ልዕሊ ዅሉ ዚፍትን ፈተና ገና ኸም ዜጋጥሞም፡ ጳውሎስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
2,549 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ንእምነቶም ልዕሊ ዅሉ ዚፍትን ፈተና ገና ኸም ዜጋጥሞም፡ ጳውሎስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ይሁን እንጂ ጳውሎስ ከእምነታቸው ጋር በተያያዘ በቅርቡ በጣም ከባድ ፈተና እንደሚያጋጥማቸው ያውቃል። |
2,550 | am_tg | ስለዚህ ከፊታቸው ለሚጠብቃቸው ማንኛውም ነገር እንዲዘጋጁ ፈልጓል። | ዚመጾም ዘበለ ዅሉ ኺጻወሩ ድማ ኬዳልዎም ደልዩ ነይሩ። |
2,551 | tg_am | ዚመጾም ዘበለ ዅሉ ኺጻወሩ ድማ ኬዳልዎም ደልዩ ነይሩ። | ስለዚህ ከፊታቸው ለሚጠብቃቸው ማንኛውም ነገር እንዲዘጋጁ ፈልጓል። |
2,552 | am_tg | የሚያጋጥማቸውን ነገር ለመቋቋም የተለየ ጽናት ብሎም በሕይወት የሚያኖር ጠንካራ እምነት ያስፈልጋቸዋል። | ፍሉይ ተጻዋርነትን እምነትን እዩ ዜድልዮም ነይሩ፣ እምነቶም እውን ህይወቶም ንምድሓን እተኽእል ድልድልቲ ኽትከውን ነይርዋ። |
2,553 | tg_am | ፍሉይ ተጻዋርነትን እምነትን እዩ ዜድልዮም ነይሩ፣ እምነቶም እውን ህይወቶም ንምድሓን እተኽእል ድልድልቲ ኽትከውን ነይርዋ። | የሚያጋጥማቸውን ነገር ለመቋቋም የተለየ ጽናት ብሎም በሕይወት የሚያኖር ጠንካራ እምነት ያስፈልጋቸዋል። |
2,554 | am_tg | ስለሆነም ጳውሎስ እነዚህ ውድ ወንድሞችና እህቶች የሚያስፈልጋቸውን ለየት ያለ እርዳታ ለመስጠት የሚያስችል ደብዳቤ እንዲጽፍላቸው ይሖዋ በመንፈሱ መርቶታል። | ስለዚ፡ ጳውሎስ ብመንፈስ የሆዋ ተደሪኹ፡ ነቶም ፍቑራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብዚ ብፍላይ ኪዓይዩሉ ዜድልዮም መዳይ እትድግፎም ደብዳበ ጽሒፉሎም እዩ። |
2,555 | tg_am | ስለዚ፡ ጳውሎስ ብመንፈስ የሆዋ ተደሪኹ፡ ነቶም ፍቑራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብዚ ብፍላይ ኪዓይዩሉ ዜድልዮም መዳይ እትድግፎም ደብዳበ ጽሒፉሎም እዩ። | ስለሆነም ጳውሎስ እነዚህ ውድ ወንድሞችና እህቶች የሚያስፈልጋቸውን ለየት ያለ እርዳታ ለመስጠት የሚያስችል ደብዳቤ እንዲጽፍላቸው ይሖዋ በመንፈሱ መርቶታል። |
2,556 | am_tg | ይህ ደብዳቤ በአሁኑ ወቅት የዕብራውያን መጽሐፍ ተብሎ ይጠራል። | እታ ደብዳበ እቲኣ መልእኽቲ እብራውያን ተባሂላ ትፍለጥ። |
2,557 | tg_am | እታ ደብዳበ እቲኣ መልእኽቲ እብራውያን ተባሂላ ትፍለጥ። | ይህ ደብዳቤ በአሁኑ ወቅት የዕብራውያን መጽሐፍ ተብሎ ይጠራል። |
2,558 | am_tg | የሌሎች በጎች አባላት በዛሬው ጊዜ የሚገኙትን የሁሉንም ቅቡዓን ስም ማወቅ ያስፈልጋቸዋል? | እቶም ካብ ካልኦት ኣባጊዕ ዝዀኑ ክርስትያናት፡ ስማት ኵሎም እቶም ሎሚ ዘለዉ ቕቡኣት ኪፈልጡ የድልዮም ድዩ፧ |
2,559 | tg_am | እቶም ካብ ካልኦት ኣባጊዕ ዝዀኑ ክርስትያናት፡ ስማት ኵሎም እቶም ሎሚ ዘለዉ ቕቡኣት ኪፈልጡ የድልዮም ድዩ፧ | የሌሎች በጎች አባላት በዛሬው ጊዜ የሚገኙትን የሁሉንም ቅቡዓን ስም ማወቅ ያስፈልጋቸዋል? |
2,560 | am_tg | አያስፈልጋቸውም። | መልሲ እዛ ሕቶ፡ ብሓጺሩ ኣይፋልን ዚብል እዩ። |
2,561 | tg_am | መልሲ እዛ ሕቶ፡ ብሓጺሩ ኣይፋልን ዚብል እዩ። | አያስፈልጋቸውም። |
2,562 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ፧ |
2,563 | tg_am | ስለምንታይ፧ | ለምን? |
2,564 | am_tg | ምክንያቱም አንድ ሰው ሰማያዊ ጥሪ ቢያገኝ እንኳ ግለሰቡ የተቀበለው ግብዣ እንጂ ሽልማቱን እንደሚያገኝ የሚያሳይ የመጨረሻ ማረጋገጫ አይደለም። | ምኽንያቱ፡ ሓደ ሰብ ሰማያዊ ጽውዓ እኳ እንተ ተቐበለ፡ ዕድመ ጥራይ እዩ ተቐቢሉ ዘሎ እምበር፡ ናይ መወዳእታ መረጋገጺ እቲ ዓስቢ ኣይኰነን ተቐቢሉ። |
2,565 | tg_am | ምኽንያቱ፡ ሓደ ሰብ ሰማያዊ ጽውዓ እኳ እንተ ተቐበለ፡ ዕድመ ጥራይ እዩ ተቐቢሉ ዘሎ እምበር፡ ናይ መወዳእታ መረጋገጺ እቲ ዓስቢ ኣይኰነን ተቐቢሉ። | ምክንያቱም አንድ ሰው ሰማያዊ ጥሪ ቢያገኝ እንኳ ግለሰቡ የተቀበለው ግብዣ እንጂ ሽልማቱን እንደሚያገኝ የሚያሳይ የመጨረሻ ማረጋገጫ አይደለም። |
2,566 | am_tg | ሰይጣን ቢቻላቸው የተመረጡትን እንኳ እንዲያስቱ ሐሰተኛ ነቢያትን የሚያስነሳው ለዚህ ነው። | ስለዚ ኸኣ እዩ ሰይጣን እንተ ተኻኢሉ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ምእንቲ ኼስሕቱ ኢሉ ናይ ሓሶት ነብያት ዜተንስእ። |
2,567 | tg_am | ስለዚ ኸኣ እዩ ሰይጣን እንተ ተኻኢሉ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ምእንቲ ኼስሕቱ ኢሉ ናይ ሓሶት ነብያት ዜተንስእ። | ሰይጣን ቢቻላቸው የተመረጡትን እንኳ እንዲያስቱ ሐሰተኛ ነቢያትን የሚያስነሳው ለዚህ ነው። |
2,568 | am_tg | አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን፣ ሰማያዊ ሽልማት ማግኘት ይገባው እንደሆነ ይሖዋ እስኪወስን ድረስ ግለሰቡ ይህን ሽልማት ማግኘቱን ማንም ሰው ማወቅ አይችልም። | የሆዋ ንሓደ ቕቡእ ክርስትያን ሰማያዊ ዓስቡ ኺረክብ ብቑዕ ምዃኑ ኽሳዕ ዚፈርዶ፡ ሓደ እኳ ነቲ ሽልማት እቲ ኺወስድ እንተ ዀይኑ ኺፈልጥ ኣይክእልን እዩ። |
2,569 | tg_am | የሆዋ ንሓደ ቕቡእ ክርስትያን ሰማያዊ ዓስቡ ኺረክብ ብቑዕ ምዃኑ ኽሳዕ ዚፈርዶ፡ ሓደ እኳ ነቲ ሽልማት እቲ ኺወስድ እንተ ዀይኑ ኺፈልጥ ኣይክእልን እዩ። | አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን፣ ሰማያዊ ሽልማት ማግኘት ይገባው እንደሆነ ይሖዋ እስኪወስን ድረስ ግለሰቡ ይህን ሽልማት ማግኘቱን ማንም ሰው ማወቅ አይችልም። |
2,570 | am_tg | ይሖዋ ይህን ውሳኔ የሚያስተላልፈውና የመጨረሻውን ማኅተም የሚያደርግበት፣ ግለሰቡ በታማኝነት ከመሞቱ ትንሽ ቀደም ብሎ አሊያም ታላቁ መከራ ከመጀመሩ ጥቂት ቀደም ብሎ ነው። | ነዚ ውሳነ እዚ ዚገብሮ የሆዋ እዩ፣ እቲ ቕቡእ እሙን ኰይኑ ቕድሚ ሙማቱ ወይ ቅድሚ ምጅማር እቲ ብርቱዕ ጸበባ ድማ እዩ ናይ መወዳእታ ማሕተም ዚገብረሉ። |
2,571 | tg_am | ነዚ ውሳነ እዚ ዚገብሮ የሆዋ እዩ፣ እቲ ቕቡእ እሙን ኰይኑ ቕድሚ ሙማቱ ወይ ቅድሚ ምጅማር እቲ ብርቱዕ ጸበባ ድማ እዩ ናይ መወዳእታ ማሕተም ዚገብረሉ። | ይሖዋ ይህን ውሳኔ የሚያስተላልፈውና የመጨረሻውን ማኅተም የሚያደርግበት፣ ግለሰቡ በታማኝነት ከመሞቱ ትንሽ ቀደም ብሎ አሊያም ታላቁ መከራ ከመጀመሩ ጥቂት ቀደም ብሎ ነው። |
2,572 | am_tg | እንግዲያው በዛሬው ጊዜ በምድር ላይ ያለ ማንኛውም ሰው ከአምላክ አገልጋዮች መካከል የ144,000ዎቹ አባል የሚሆኑትን በእርግጠኝነት ለማወቅ መሞከሩ ምንም ትርጉም የለውም። | ስለዚ፡ ሓደ ኣብ ምድሪ ዚነብር ሰብ፡ ካብ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ኣየኖት ክፍሊ እቶም 144,000 ከም ዚዀኑ ኺፈልጥ ምፍታኑ ዜምጽኣሉ ጥቕሚ የብሉን። |
2,573 | tg_am | ስለዚ፡ ሓደ ኣብ ምድሪ ዚነብር ሰብ፡ ካብ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ኣየኖት ክፍሊ እቶም 144,000 ከም ዚዀኑ ኺፈልጥ ምፍታኑ ዜምጽኣሉ ጥቕሚ የብሉን። | እንግዲያው በዛሬው ጊዜ በምድር ላይ ያለ ማንኛውም ሰው ከአምላክ አገልጋዮች መካከል የ144,000ዎቹ አባል የሚሆኑትን በእርግጠኝነት ለማወቅ መሞከሩ ምንም ትርጉም የለውም። |
2,574 | am_tg | አምላክ እንዲወደን ከፈለግን ወንድሞቻችንን የመውደድ ግዴታ እንዳለብን አምነን መቀበል ይኖርብናል። | ንኣሕዋትና ኸነፍቅር ግዴታ ኸም ዘሎና ኸይተገንዘብና፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ብግቡእ ክንቅበል ኣይንኽእልን ኢና። |
2,575 | tg_am | ንኣሕዋትና ኸነፍቅር ግዴታ ኸም ዘሎና ኸይተገንዘብና፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ብግቡእ ክንቅበል ኣይንኽእልን ኢና። | አምላክ እንዲወደን ከፈለግን ወንድሞቻችንን የመውደድ ግዴታ እንዳለብን አምነን መቀበል ይኖርብናል። |
2,576 | am_tg | ታዲያ ፍቅራችንን ማሳየት የምንችለው እንዴት ነው? | እሞ ደኣ ንፍቕርና ኸመይ ጌርና ኢና ብግብራዊ መገድታት ክንገልጽ እንኽእል፧ |
2,577 | tg_am | እሞ ደኣ ንፍቕርና ኸመይ ጌርና ኢና ብግብራዊ መገድታት ክንገልጽ እንኽእል፧ | ታዲያ ፍቅራችንን ማሳየት የምንችለው እንዴት ነው? |
2,578 | am_tg | ኢየሱስ የተወውን ምሳሌ እንመልከት። | የሱስ ዝሓደጎ ኣብነት እስከ ንርአ። |
2,579 | tg_am | የሱስ ዝሓደጎ ኣብነት እስከ ንርአ። | ኢየሱስ የተወውን ምሳሌ እንመልከት። |
2,580 | am_tg | በምድር ላይ ባከናወነው አገልግሎቱ ወቅት፣ ዝቅ ተደርገው ለሚታዩ ሰዎች ልዩ ትኩረት ይሰጥ ነበር። | ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ፡ ትሑት ደረጃ ንዝነበሮም ፍሉይ ቈላሕታ ይገብረሎም ነይሩ እዩ። |
2,581 | tg_am | ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ፡ ትሑት ደረጃ ንዝነበሮም ፍሉይ ቈላሕታ ይገብረሎም ነይሩ እዩ። | በምድር ላይ ባከናወነው አገልግሎቱ ወቅት፣ ዝቅ ተደርገው ለሚታዩ ሰዎች ልዩ ትኩረት ይሰጥ ነበር። |
2,582 | am_tg | የአካል ጉዳተኛ የሆኑትን ለምሳሌ አንካሶችን፣ ዓይነ ስውሮችን፣ መስማት የተሳናቸውንና ዱዳዎችን ፈውሷል። | ነቶም ኣካላዊ ስንክልና ዘለዎም፡ ማለት ንሓንካሳትን ንዕዉራትን ንጸማማትን ንዓባሳትን ይሓልየሎም ነይሩ እዩ። |
2,583 | tg_am | ነቶም ኣካላዊ ስንክልና ዘለዎም፡ ማለት ንሓንካሳትን ንዕዉራትን ንጸማማትን ንዓባሳትን ይሓልየሎም ነይሩ እዩ። | የአካል ጉዳተኛ የሆኑትን ለምሳሌ አንካሶችን፣ ዓይነ ስውሮችን፣ መስማት የተሳናቸውንና ዱዳዎችን ፈውሷል። |
2,584 | am_tg | በጊዜው የነበሩት የሃይማኖት መሪዎች የተረገሙ አድርገው የሚመለከቷቸውን በመንፈሳዊ የተራቡ ሰዎች ማስተማር ያስደስተው ነበር። | ነቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ እሞ ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ርጉም ዚብሃሉ ዝነበሩ ህዝቢ ምምሃር ባህ የብሎ ነይሩ እዩ። |
2,585 | tg_am | ነቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ እሞ ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ርጉም ዚብሃሉ ዝነበሩ ህዝቢ ምምሃር ባህ የብሎ ነይሩ እዩ። | በጊዜው የነበሩት የሃይማኖት መሪዎች የተረገሙ አድርገው የሚመለከቷቸውን በመንፈሳዊ የተራቡ ሰዎች ማስተማር ያስደስተው ነበር። |
2,586 | am_tg | ዝቅ ተደርገው የሚታዩትን እነዚህን ሰዎች ይወዳቸውና እነሱን ለማገልገል በትጋት ይሠራ ነበር። | ነዞም ትሑታት የፍቅሮም፡ ንምግልጋሎም ድማ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነይሩ እዩ። |
2,587 | tg_am | ነዞም ትሑታት የፍቅሮም፡ ንምግልጋሎም ድማ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነይሩ እዩ። | ዝቅ ተደርገው የሚታዩትን እነዚህን ሰዎች ይወዳቸውና እነሱን ለማገልገል በትጋት ይሠራ ነበር። |
2,588 | am_tg | እናንተስ በጉባኤያችሁ ስላሉት ወንድሞችና እህቶች ጊዜ ወስዳችሁ ታስባላችሁ? | ኣብ ጉባኤኻ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን እንታይ ክትገብረሎም ከም እትኽእል ክትሓስብ ትኽእልዶ፧ |
2,589 | tg_am | ኣብ ጉባኤኻ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን እንታይ ክትገብረሎም ከም እትኽእል ክትሓስብ ትኽእልዶ፧ | እናንተስ በጉባኤያችሁ ስላሉት ወንድሞችና እህቶች ጊዜ ወስዳችሁ ታስባላችሁ? |
2,590 | am_tg | ይህን ስታደርጉ ፍቅር ብታሳዩአቸው የሚጠቀሙ ሰዎች እንዳሉ ማስተዋላችሁ አይቀርም። | ካብ ፍቕርኻ ኺጥቀሙ ዚኽእሉ ኸም እትረክብ ኣየጠራጥርን እዩ። |
2,591 | tg_am | ካብ ፍቕርኻ ኺጥቀሙ ዚኽእሉ ኸም እትረክብ ኣየጠራጥርን እዩ። | ይህን ስታደርጉ ፍቅር ብታሳዩአቸው የሚጠቀሙ ሰዎች እንዳሉ ማስተዋላችሁ አይቀርም። |
2,592 | am_tg | ምናልባትም እርዳታ የሚያሻቸው አረጋውያን ወንድሞችና እህቶች ይኖሩ ይሆናል። | ምናልባት ሓገዝ ዜድልዮም ኣረጋውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። |
2,593 | tg_am | ምናልባት ሓገዝ ዜድልዮም ኣረጋውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። | ምናልባትም እርዳታ የሚያሻቸው አረጋውያን ወንድሞችና እህቶች ይኖሩ ይሆናል። |
2,594 | am_tg | የአምላክ ፍቅር ለወንድሞቻችን ፍቅራችንን ለማሳየት ሊያነሳሳን ይገባል። | ፍቕሪ ኣምላኽ ንኣሕዋትና ፍቕርና ኽንገልጸሎም ክትድርኸና ይግባእ። |
2,595 | tg_am | ፍቕሪ ኣምላኽ ንኣሕዋትና ፍቕርና ኽንገልጸሎም ክትድርኸና ይግባእ። | የአምላክ ፍቅር ለወንድሞቻችን ፍቅራችንን ለማሳየት ሊያነሳሳን ይገባል። |
2,596 | am_tg | ከልጆቻችሁ ጋር ሆናችሁ በትሕትና ስትጸልዩ ልጆቻችሁ በይሖዋ መታመንን ይማራሉ። | ኣብ ቅድሚ ውሉዳትካ ብትሕትና ኽትጽሊ ኸለኻ፡ ውሉዳትካ ናብ የሆዋ ኺጽግዑ ኸም ዘለዎም ይምሃሩ እዮም። |
2,597 | tg_am | ኣብ ቅድሚ ውሉዳትካ ብትሕትና ኽትጽሊ ኸለኻ፡ ውሉዳትካ ናብ የሆዋ ኺጽግዑ ኸም ዘለዎም ይምሃሩ እዮም። | ከልጆቻችሁ ጋር ሆናችሁ በትሕትና ስትጸልዩ ልጆቻችሁ በይሖዋ መታመንን ይማራሉ። |
2,598 | am_tg | በብራዚል የምትኖረው አና እንዲህ ብላለች፦ በቤተሰባችን ውስጥ ችግሮች በሚኖሩበት ጊዜ ለምሳሌ አያቶቼ በታመሙበት ወቅት ወላጆቼ ሁኔታውን ለመቋቋም የሚያስችላቸው ጥንካሬና ጥሩ ውሳኔ ለማድረግ የሚረዳቸው ጥበብ እንዲሰጣቸው ወደ ይሖዋ ይጸልዩ ነበር። | ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ኣብ ብራዚል እትነብር ኣና ኸምዚ ትብል፦ ጸገማት ኬጓንፈና ኸሎ፡ ንኣብነት ወለዲ ኣደይ ምስ ሓመሙ፡ ወለደይ ንየሆዋ፡ ነቲ ዅነታት ንምኽኣሉ ዜኽእል ብርታዐን ጽቡቕ ውሳነታት ንምግባር ዚሕግዝ ጥበብን ኪህቦም ይልምንዎ ነይሮም እዮም። |
2,599 | tg_am | ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ኣብ ብራዚል እትነብር ኣና ኸምዚ ትብል፦ ጸገማት ኬጓንፈና ኸሎ፡ ንኣብነት ወለዲ ኣደይ ምስ ሓመሙ፡ ወለደይ ንየሆዋ፡ ነቲ ዅነታት ንምኽኣሉ ዜኽእል ብርታዐን ጽቡቕ ውሳነታት ንምግባር ዚሕግዝ ጥበብን ኪህቦም ይልምንዎ ነይሮም እዮም። | በብራዚል የምትኖረው አና እንዲህ ብላለች፦ በቤተሰባችን ውስጥ ችግሮች በሚኖሩበት ጊዜ ለምሳሌ አያቶቼ በታመሙበት ወቅት ወላጆቼ ሁኔታውን ለመቋቋም የሚያስችላቸው ጥንካሬና ጥሩ ውሳኔ ለማድረግ የሚረዳቸው ጥበብ እንዲሰጣቸው ወደ ይሖዋ ይጸልዩ ነበር። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.