Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,600
am_tg
በጣም የሚያስጨንቅ ሁኔታ በሚያጋጥማቸው ጊዜም እንኳ ጉዳዩን ለይሖዋ ይተዉት ነበር።
ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ጸቕጢ እኳ፡ ጸገማቶም ኣብ ኢድ የሆዋ እዮም ሓዲጎምዎ።
2,601
tg_am

2,602
am_tg
ይህም በይሖዋ መታመንን አስተምሮኛል።
ከም ውጽኢቱ፡ ናብ የሆዋ ምጽጋዕ ተማሂረ እየ።
2,603
tg_am
ከም ውጽኢቱ፡ ናብ የሆዋ ምጽጋዕ ተማሂረ እየ።
ይህም በይሖዋ መታመንን አስተምሮኛል።
2,604
am_tg
ከልጆቻችሁ ጋር ስትጸልዩ ስለ እነሱ ብቻ አትጸልዩ።
ምስ ውሉዳትካ ብሓባር ኴንካ ኽትጽሊ ኸለኻ፡ ንዓታቶም ጥራይ ኣይትጸልየሎም።
2,605

2,606
am_tg
ይሖዋ እናንተንም እንዲረዳችሁ ጠይቁት፤ ለምሳሌ በትልቅ ስብሰባ ላይ መገኘት እንድትችሉ አሠሪያችሁ ፈቃድ እንዲሰጣችሁ ለማነጋገር ወይም ለጎረቤታችሁ ለመመሥከር ይሖዋ ድፍረት እንዲሰጣችሁ አሊያም በሌሎች ጉዳዮች እንዲረዳችሁ ጸልዩ።
የሆዋ ንዓኻ ኺሕግዘካ እውን ጸሊ፣ ንኣብነት፡ ንኣስራሒኻ ብዛዕባ እቲ ንኣኼባ ዞባ ዝደለኻዮ ዕረፍቲ ንምዝራቡ ምእንቲ ኺሕግዘካ፡ ንጐረባብትኻ ንምምስካር ዜድሊ ትብዓት ምእንቲ ኺህበካ፡ ወይ ብኻልእ መገዲ ምእንቲ ኺረድኣካ ኽትጽሊ ትኽእል ኢኻ።
2,607

2,608
am_tg
ትሑት በመሆን በአምላክ እንደምትታመኑ ካሳያችሁ ልጆቻችሁም ይህን ማድረግ ይማራሉ።
ብትሕትና ናብ ኣምላኽ ተጸጋዕ፣ ውሉዳትካ እውን ከምኡ ምግባር ኪምሃሩ እዮም።
2,609

2,610
am_tg
ወላጆች እንደመሆናችሁ መጠን በይሖዋ ላይ እምነት በማሳደር ረገድ እናንተ ራሳችሁ ምሳሌ ሆናችሁ መገኘታችሁ በጣም አስፈላጊ ነገር ነው።
ከም ወለዲ መጠን፡ ብእምነትኩም ኣብነት ምዃን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
2,611

2,612
am_tg
ልጆቻችሁ የምታደርጉትን ነገር ያስተውላሉ፤ ይህም በእነሱ ላይ በጎ ተጽዕኖ እንደሚያሳድር ጥርጥር የለውም።
ደቅኻ ነቲ እትገብሮ ይዕዘብዎ እዮም፣ እዚ ድማ ብርግጽ ጽቡቕ ጽልዋ ኺገብረሎም እዩ።
2,613

2,614
am_tg
ስለዚህ ወላጆች የራሳችሁን እምነት መገንባታችሁን ቀጥሉ።
ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ወትሩ እምነትኩም ህነጹ።
2,615
tg_am
ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ወትሩ እምነትኩም ህነጹ።
ስለዚህ ወላጆች የራሳችሁን እምነት መገንባታችሁን ቀጥሉ።
2,616
am_tg
ልጆቻችሁ ይሖዋ ለእናንተ ምን ያህል እውን እንደሆነ እንዲመለከቱ አድርጉ።
የሆዋ ንዓኻትኩም ክሳዕ ክንደይ ጋህዲ ኸም ዚዀነልኩም፡ ንውሉዳትኩም ኣርእይዎም።
2,617

2,618
am_tg
በቤርሙዳ የሚኖሩ አንድ ባልና ሚስት፣ የሚያስጨንቅ ሁኔታ በሚያጋጥማቸው ወቅት ይሖዋ መመሪያ እንዲሰጣቸው ከልጆቻቸው ጋር ሆነው የሚጸልዩ ሲሆን ልጆቻቸውንም እንዲጸልዩ ያበረታቷቸዋል።
ኣብ በርሙዳ ዚነብሩ ሰብ ሓዳር ዜጨንቕ ኵነታት ኬጋጥሞም ከሎ፡ የሆዋ ምእንቲ ኺመርሖም ምስ ደቆም ብሓባር ኰይኖም ይጽልዩ እዮም፣ ንደቆም ከኣ በይነን ኪጽልያ የተባብዕወን እዮም።
2,619

2,620
am_tg
በተጨማሪም ትልቋ ልጃችንን ሙሉ በሙሉ በይሖዋ ታመኚ፤ ራስሽን በአገልግሎት አስጠምጂ እንዲሁም ከልክ በላይ አትጨነቂ እንላታለን።
ብዛዕባ እዚ ኺገልጹ ኸለዉ፡ ብዛይካዚ፡ ነታ ዓባይ ጓልና፡ ብየሆዋ ምሉእ ብምሉእ ተኣመኒ፣ ብኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ትሕዝቲ ኹኒ፣ ብዙሕ እውን ኣይትጨነቒ ንብላ ኢና።
2,621

2,622
am_tg
እንዲህ ማድረግ የሚያስገኘውን ውጤት ስትመለከት ይሖዋ እየረዳን እንዳለ ትገነዘባለች።
ኣብ መወዳእታ፡ ውጽኢቱ ምስ ረኣየት፡ የሆዋ ይሕግዘና ኸም ዘሎ ትፈልጥ እያ።
2,623

2,624
am_tg
ይህም በአምላክና በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ ያላት እምነት እንዲጠናከር ትልቅ አስተዋጽኦ አድርጓል በማለት ተናግረዋል።
እዚ ኣብቲ ኣብ ኣምላኽን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስን ዘለዋ እምነት ዓብዪ ጽልዋ ገይሩ እዩ ይብሉ።
2,625

2,626
am_tg
እርግጥ ነው፣ እናንተ ምንም ያህል ጥረት ብታደርጉም እምነት ማዳበር ያለባቸው ልጆቹ ራሳቸው ናቸው።
ኣብ መወዳእታኡ፡ ውሉዳት ናይ ርእሶም እምነት ኬማዕብሉ ኸም ዘለዎም ዚከሓድ ኣይኰነን።
2,627

2,628
am_tg
የእናንተ ድርሻ መትከልና ውኃ ማጠጣት ነው።
ይኹን እምበር፡ ኣቱም ወለዲ፡ ክትተኽሉን ማይ ከተስትዩን ትኽእሉ ኢኹም።
2,629

2,630
am_tg
ሊያሳድገው የሚችለው አምላክ ብቻ ነው።
እቲ ዜብቍል ግና ኣምላኽ ጥራይ እዩ።
2,631
tg_am
እቲ ዜብቍል ግና ኣምላኽ ጥራይ እዩ።
ሊያሳድገው የሚችለው አምላክ ብቻ ነው።
2,632
am_tg
እንግዲያው ይሖዋ መንፈሱን እንዲሰጣችሁ ጸልዩ፤ እንዲሁም ውድ የሆኑ ልጆቻችሁን ለማስተማር ከፍተኛ ጥረት አድርጉ፤ ይህን ካደረጋችሁ ይሖዋ ይባርካችኋል።
ስለዚ፡ መንፈሱ ንምርካብ ጸልዩ፡ ነቶም ፍቑራት ደቅኹም ተጊህኩም ምሃርዎም፣ ከምኡ ምስ እትገብሩ፡ የሆዋ ኣብዚሑ ኺባርኸኩም እዩ።
2,633

2,634
am_tg
በ1914 በአውሮፓ በሚገኙ አገራት መካከል ጦርነት ተቀሰቀሰ፤ ጦርነቱም በመስፋፋቱ በመላው ዓለም ላይ ተጽዕኖ አሳድሯል።
ብ1914 ኣብ መንጎ ሃገራት ኤውሮጳ ውግእ ተወልዐ፣ እዚ ውግእ እዚ ኸኣ፡ ቀስ ብቐስ ኣብ መላእ ዓለም እናተላብዐ ኸደ።
2,635

2,636
am_tg
በ1918 ጦርነቱ ሲያበቃ ከባድ የምግብ እጥረት ተከሰተ፤ ቀጥሎም በጦርነቱ ከሞቱት የሚበልጥ ቁጥር ያላቸውን ሰዎች የጨረሰ የኢንፍሉዌንዛ ወረርሽኝ ተነሳ።
እቲ ውግእ ብ1918 ኣብ እተዛዘመሉ እዋን፡ ብርቱዕ ጥሜትን ለበዳ ኢንፍሉወንዛን ስለ ዘጋጠመ፡ ካብቶም በቲ ውግእ ዝሞቱ ሰባት፡ በቲ ጥሜትን ለበዳን ዝሞቱ በዝሑ።
2,637

2,638
am_tg
በመሆኑም ኢየሱስ የምድር አዲሱ ንጉሥ ሆኖ በማይታይ ሁኔታ መገኘቱን እንደሚጠቁም የሚያሳየው ምልክት መፈጸም ጀመረ።
በዚ ኸምዚ፡ እቲ የሱስ ዝሃቦ ኸም ሓድሽ ንጉስ ምድሪ ዀይኑ ብዘይርአ መገዲ ምሳና ኣብዚ ኸም ዚህሉ ዚገልጽ ምልክት ኪፍጸም ጀመረ።
2,639

2,640
am_tg
ጌታ ኢየሱስ ክርስቶስ አክሊል የተሰጠው በ1914 መሆኑን የሚያረጋግጥ በቂ ማስረጃ አለ።
ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣኽሊል እተዋህቦ ብ1914 ምዃኑ ዚሕብር እኹል መርትዖ ኣሎ።
2,641

2,642
am_tg
እሱም ድል እያደረገ ወጣ፤ ድሉንም ለማጠናቀቅ ወደ ፊት ገሰገሰ።
ካብ ሽዑ ጀሚሩ ኸኣ፡ እናሰዓረስ ኪስዕር ወጸ።
2,643

2,644
am_tg
ኢየሱስ በሰይጣንና በአጋንንቱ ላይ ጦርነት በማወጅ ሰማይን ያጸዳ ሲሆን እነሱንም ወደ ምድር አካባቢ ወረወራቸው።
ምስ ሰይጣንን ኣጋንንቱን ተዋጊኡ ንሰማይ ኣጽርይዎ እዩ፣ ንዓታቶም ከኣ ናብ ከባቢ ምድሪ ደርበዮም።
2,645

2,646
am_tg
ከዚያ ጊዜ ወዲህ የሰው ልጆች፣ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን በመንፈስ መሪነት የተጻፈ ሐሳብ እውነተኝነት እየተመለከቱ ነው።
ካብ ሽዑ ኣትሒዙ፡ ደቂ ሰብ ንሓቅነት እዘን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሰን ቃላት ተመኪሮምወን እዮም።
2,647

2,648
am_tg
የይሖዋ አገልጋዮች በመሆናችን ሰይጣን የለም በሚለው አመለካከት አልተታለልንም።
ኣገልገልቲ የሆዋ ስለ ዝዀንና፡ ከምቶም ሰይጣን ከም ዘየሎ ገይሮም ብምሕሳብ ዝተታለሉ ኣይኰንናን።
2,649

2,650
am_tg
ሔዋንን በእባቡ ተጠቅሞ ያነጋገራት ሰይጣን ስለሆነ ዲያብሎስ በእውን ያለ አካል መሆኑን እናውቃለን።
ድያብሎስ ብሓቂ ኸም ዘሎ ንፈልጥ ኢና፣ ከመይሲ፡ ንሄዋን ብተመን ኣቢሉ እተዛረባ ንሱ እዩ።
2,651

2,652
am_tg
ሰይጣን ከኢዮብ ጋር በተያያዘ በይሖዋ ላይ ተሳልቋል።
ምስ እዮብ ኣብ ዚተሓሓዝ ጕዳይ እውን፡ ንየሆዋ ጸሪፍዎ እዩ።
2,653
tg_am
ምስ እዮብ ኣብ ዚተሓሓዝ ጕዳይ እውን፡ ንየሆዋ ጸሪፍዎ እዩ።
ሰይጣን ከኢዮብ ጋር በተያያዘ በይሖዋ ላይ ተሳልቋል።
2,654
am_tg
ኢየሱስን ሊፈትነው የሞከረውም ሰይጣን ነው።
ንየሱስ ኪፍትኖ ዝጸዓረ ድማ ንሱ እዩ።
2,655
tg_am
ንየሱስ ኪፍትኖ ዝጸዓረ ድማ ንሱ እዩ።
ኢየሱስን ሊፈትነው የሞከረውም ሰይጣን ነው።
2,656
am_tg
እንዲሁም በ1914 የአምላክ መንግሥት ከተወለደ በኋላ ከቅቡዓን ቀሪዎች ጋር መዋጋት የጀመረው ሰይጣን ነው።
ብዘይካዚ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ብ1914 ምስ ተወልደት፡ ምስ ተረፍ ቅቡኣት ኪዋጋእ ዝጀመረ፡ ሰይጣን እዩ።
2,657

2,658
am_tg
ሰይጣን የ144,000ዎቹን ቀሪዎችና የሌሎች በጎችን እምነት ለማጥፋት እየጣረ በመሆኑ ይህ ጦርነት አሁንም ቀጥሏል።
ሰይጣን ንእምነት እቶም ተረፍ ቅቡኣትን ካልኦት ኣባጊዕን ኬጥፍኣ ሒዅ ይብል ስለ ዘሎ፡ እቲ ውግእ ይቕጽል እዩ ዘሎ።
2,659

2,660
am_tg
በዚህ ጦርነት ለማሸነፍ፣ በእምነት ጸንተን በመቆም ሰይጣንን መቃወም ይኖርብናል።
ኣብቲ ውግእ ምእንቲ ኽንዕወት፡ ብእምነት ጸኒዕና ንሰይጣን ክንቃወሞ ኣሎና።
2,661

2,662
am_tg
ሰይጣን ፈጽሞ ሊያንጸባርቀው የማይችለው ባሕርይ ቢኖር ትሕትና ነው።
ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ፈጺሙ ኼንጸባርቖ ዘይክእል ባህርይ፡ ትሕትና እዩ።
2,663

2,664
am_tg
ለነገሩ ይህ መንፈሳዊ ፍጡር የይሖዋን ሉዓላዊ ገዢነት መገዳደሩና ራሱን አምላክ ለማድረግ መድፈሩ ምን ያህል በኩራትና በትዕቢት እንደተወጠረ የሚያሳይ ነው።
ከመይሲ፡ እዚ መንፈሳዊ ፍጡር እዚ፡ ንልዑላውነት የሆዋ ስለ ዝደፈረን ማዕረ ኣምላኽ ኪኸውን ስለ ዝሃቀነን፡ ቀንዲ ኣብነት ትዕቢት እዩ።
2,665

2,666
am_tg
በመሆኑም ሰይጣንን መቃወም የምንችልበት አንዱ መንገድ ከኩራት መራቅና ትሕትናን ማዳበር ነው።
ስለዚ፡ ሓደ ኻብቲ ንሰይጣን ክንቃወሞ እንኽእለሉ መገዲ፡ ካብ ትዕቢት ምርሓቕን ትሕትና ምምዕባልን እዩ።
2,667

2,668
am_tg
በዓለም ዙሪያ የሚገኙ የወረዳ የበላይ ተመልካቾች፣ በብዙ ጉባኤዎች ውስጥ ወጣቶችንም ሆነ በዕድሜ ከፍ ያሉትን ወንድሞች አሠልጥኖ ለኃላፊነት በማብቃት ረገድ ብዙ የሚቀር ነገር እንዳለ አስተውለዋል።
ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ሓለውቲ ወረዳ፡ ኣብ ሓያሎ ጉባኤታት ንኣሽቱን ዓበይትን ኣሕዋት ንመጓሰ ኣምላኽ ኣብ ምእላይ ኪሕግዙ ንምስልጣን ዝያዳ ኺዕየ ኸም ዜድሊ ኣስተብሂሎም እዮም።
2,669

2,670
am_tg
ይሁንና ይህን ኃላፊነት መወጣት የራሱ ተፈታታኝ ነገሮች አሉት።
እዚ ግና በዳሂ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
2,671
tg_am
እዚ ግና በዳሂ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
ይሁንና ይህን ኃላፊነት መወጣት የራሱ ተፈታታኝ ነገሮች አሉት።
2,672
am_tg
እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው?
ስለምንታይ፧
2,673
tg_am
ስለምንታይ፧
እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው?
2,674
am_tg
ክርስቲያን ሽማግሌ ከሆንክ ሌሎችን በግለሰብ ደረጃ ማሠልጠን በጣም አስፈላጊ እንደሆነ ሳትገነዘብ አትቀርም።
ክርስትያን ሽማግለ እንተ ዄንካ፡ ንኣሕዋት ምስልጣን ኣገዳሲ ምዃኑ ኣይትስሕቶን ኢኻ።
2,675

2,676
am_tg
አሁን ያሉት ጉባኤዎች በመንፈሳዊ ጠንካራ ሆነው እንዲቀጥሉ ብሎም አዳዲስ ጉባኤዎች እንዲቋቋሙ ከተፈለገ ተጨማሪ ወንድሞች እንደሚያስፈልጉ የታወቀ ነው።
እዘን ሕጂ ዘለዋ ጉባኤታት ብመንፈሳዊ መዳይ ድልዱላት ምእንቲ ኪዀናን ሓደስቲ ጉባኤታት ምእንቲ ኺምስረታን ብዙሓት ኣሕዋት ከም ዜድልዩ ትፈልጥ ኢኻ።
2,677

2,678
am_tg
በተጨማሪም የአምላክ ቃል ሌሎችን እንድታስተምር ማሳሰቢያ እንደሰጠህ ታውቃለህ።
ቃል ኣምላኽ፡ ንኻልኦት ክንምህር ከም ዚምሕጸነና እውን ትፈልጥ ኢኻ።
2,679

2,680
am_tg
ያም ሆኖ ሌሎችን ማሠልጠን ከብዶህ ሊሆን ይችላል።
ይኹን እምበር፡ ነዚ ምትግባሩ የጸግመካ ይኸውን።
2,681
tg_am
ይኹን እምበር፡ ነዚ ምትግባሩ የጸግመካ ይኸውን።
ያም ሆኖ ሌሎችን ማሠልጠን ከብዶህ ሊሆን ይችላል።
2,682
am_tg
የቤተሰብህን ፍላጎት ማሟላትን፣ ሰብዓዊ ሥራ መሥራትንና የጉባኤ ኃላፊነት መወጣትን ጨምሮ ሌሎች አጣዳፊ ሥራዎች እንዳሉብህ ስታስብ ሌሎችን ለማሠልጠን ጊዜ እንደሌለህ ይሰማህ ይሆናል።
እቲ ዘሎካ ግዜ ንስድራ ቤትን ንስራሕን ንናይ ጉባኤ ሓላፍነትን ንኻልእ ህጹጽ ጕዳያትን ምስ ተመቕለ፡ ነቶም ኣብ ጉባኤ ዘለዉ ኣሕዋት ንምስልጣን ዚኸውን ግዜ ኸም ዘይብልካ ዀይኑ ኺስምዓካ ይኽእል እዩ።
2,683

2,684
am_tg
ይሁንና የተጠመቁ ወንዶች በጉባኤ ውስጥ ለበለጠ ኃላፊነት እንዲበቁ ሥልጠና ማግኘታቸው አስፈላጊ ነው።
ግናኸ፡ ኣብ ጉባኤ ዝያዳ ሓላፍነት ምእንቲ ኺስከሙ ስልጠና ኣገዳሲ እዩ።
2,685

2,686
am_tg
እንዲህ ከሆነ ሁሉም ጥቅም ማግኘት ይችላሉ።
ሓላፍነት ጉባኤ ዚስከሙ ዝሰልጠኑ ኣሕዋት ምስ ዚህልዉ ድማ፡ እታ ጉባኤ ብምልእታ እያ እትጥቀም።
2,687

2,688
am_tg
የመጽሐፍ ቅዱስ ዘገባዎች የወንድማማች መዋደድ ሊኖረን እንደሚገባና አንዳችን ሌላውን ማገልገል እንዳለብን ጎላ አድርገው ይገልጻሉ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኸነርእን ንኣሕዋትና ኸነገልግልን የተባብዓና እዩ።
2,689

2,690
am_tg
የአምላክ ልጅ፣ ሌሎችን ለማገልገል ሲል ሕይወቱን ጨምሮ ሁሉ ነገሩን ሰጥቷል።
ወዲ ኣምላኽ ንኻልኦት ንምግልጋል፡ ህይወቱ እውን ከይተረፈ ሂቡ እዩ።
2,691

2,692
am_tg
ዶርቃ መልካም በማድረግና ምጽዋት በመስጠት የምትታወቅ ሴት ነበረች።
ብዛዕባ ዶርቃስ፡ ብብዝሒ ሰናይ ግብሪ ትገብርን ምጽዋት ትምጽውትን ነበረት ተባሂሉ ኣሎ።
2,693

2,694
am_tg
በሮም ትገኝ የነበረችው ማርያም የተባለች እህትም ለጉባኤው ብዙ ደክማለች።
ኣብ ሮሜ እትነብር ማርያም ዝስማ ሓብቲ ነቶም ኣብታ ጉባኤ ዝነበሩ ጽዒራትሎም እያ።
2,695

2,696
am_tg
ታዲያ አዲሶች፣ ወንድሞቻቸውንና እህቶቻቸውን መርዳት አስፈላጊ መሆኑን እንዲገነዘቡ ማድረግ የምንችለው እንዴት ነው?
ሓደስቲ ኣስፋሕቲ ንኣሕዋቶምን ንኣሓቶምን ምሕጋዝ ዘለዎ ኣገዳስነት ምእንቲ ኺግንዘቡ፡ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧
2,697

2,698
am_tg
የጎለመሱ ክርስቲያኖች፣ የታመሙና በዕድሜ የገፉ ሰዎችን በሚጠይቁበት ወቅት አብረዋቸው እንዲሄዱ አዲሶችን ሊጋብዟቸው ይችላሉ።
ብሱላት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንሕሙማት ወይ ንኣረጋውያን ኪበጽሑ ኸለዉ፡ ንሓደስቲ ኣስፋሕቲ ኺማልእዎም ይኽእሉ እዮም።
2,699