Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
2,800 | am_tg | እነዚህ መመሪያዎች የተሰጡት ለሁሉም ክርስቲያኖች ስለሆነ ተስፋቸው በሰማይ መኖርም ይሁን በምድር በዛሬው ጊዜ ያሉ የአምላክ አገልጋዮችን በሙሉ ይመለከታሉ። | እዚ መምርሒ እዚ ንዅሎም ክርስትያናት ዚምልከት ስለ ዝዀነ፡ ሎሚ ዘለዉ ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ተስፋኦም ሰማያዊ ይኹን ምድራዊ ብዘየገድስ፡ ነዚ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ኣለዎም። |
2,801 | tg_am | እዚ መምርሒ እዚ ንዅሎም ክርስትያናት ዚምልከት ስለ ዝዀነ፡ ሎሚ ዘለዉ ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ተስፋኦም ሰማያዊ ይኹን ምድራዊ ብዘየገድስ፡ ነዚ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ኣለዎም። | እነዚህ መመሪያዎች የተሰጡት ለሁሉም ክርስቲያኖች ስለሆነ ተስፋቸው በሰማይ መኖርም ይሁን በምድር በዛሬው ጊዜ ያሉ የአምላክ አገልጋዮችን በሙሉ ይመለከታሉ። |
2,802 | am_tg | እነዚህ ሐሳቦች ማርያም በመንፈስ መሪነት የተጻፉትን ቅዱሳን መጻሕፍት በሚገባ እንደምታውቅ ይጠቁማል። | እተን ቃላት እቲአን፡ ማርያም ንቕዱሳት ጽሑፋት ኣጸቢቓ ትፈልጦ ምንባራ ይሕብራ። |
2,803 | tg_am | እተን ቃላት እቲአን፡ ማርያም ንቕዱሳት ጽሑፋት ኣጸቢቓ ትፈልጦ ምንባራ ይሕብራ። | እነዚህ ሐሳቦች ማርያም በመንፈስ መሪነት የተጻፉትን ቅዱሳን መጻሕፍት በሚገባ እንደምታውቅ ይጠቁማል። |
2,804 | am_tg | የማርያም ሐሳብ፣ የነቢዩ ሳሙኤል እናት የሆነችው ሐና ከተናገረችው ነገር ጋር በተወሰነ መጠን ይመሳሰላል። | ቃላታ ነቲ ኣብ ጸሎት ሃና ኣደ ነብዪ ሳሙኤል ዝነበረ ቓላት ዜቃልሕ እዩ ዚመስል። |
2,805 | tg_am | ቃላታ ነቲ ኣብ ጸሎት ሃና ኣደ ነብዪ ሳሙኤል ዝነበረ ቓላት ዜቃልሕ እዩ ዚመስል። | የማርያም ሐሳብ፣ የነቢዩ ሳሙኤል እናት የሆነችው ሐና ከተናገረችው ነገር ጋር በተወሰነ መጠን ይመሳሰላል። |
2,806 | am_tg | ማርያም 20 ጊዜ ያህል ከቅዱሳን መጻሕፍት ጠቅሳ እንደተናገረች ይገመታል። | ብመሰረት ሓደ ኣቈጻጽራ፡ ማርያም ኣብ ዘረባኣ ኣስታት 20 ሳዕ ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ጠቒሳ እያ። |
2,807 | tg_am | ብመሰረት ሓደ ኣቈጻጽራ፡ ማርያም ኣብ ዘረባኣ ኣስታት 20 ሳዕ ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ጠቒሳ እያ። | ማርያም 20 ጊዜ ያህል ከቅዱሳን መጻሕፍት ጠቅሳ እንደተናገረች ይገመታል። |
2,808 | am_tg | በግልጽ ማየት እንደሚቻለው ስለ መንፈሳዊ ነገሮች መናገር የምትወድ ሴት ነበረች። | እምበኣር፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ከይተሰከፈት እትዛረብ ሰበይቲ እያ ነይራ። |
2,809 | tg_am | እምበኣር፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ከይተሰከፈት እትዛረብ ሰበይቲ እያ ነይራ። | በግልጽ ማየት እንደሚቻለው ስለ መንፈሳዊ ነገሮች መናገር የምትወድ ሴት ነበረች። |
2,810 | am_tg | ማርያም በልቧ ካስቀመጠችው ውድ ሀብት ይኸውም ከታላቁ ወዳጇ ከይሖዋ አምላክ በተማረቻቸው ውድ እውነቶች ከተሞላው ጎተራ እያወጣች የተናገረች ያህል ነው። | ካብቲ ኣብ ልባ ዝነበረ ኻብ ዝዓበየ ፈታዊኣ የሆዋ ኣምላኽ እተማህረቶ ኽቡር መዝገብ ሓቅታት ብናጻ ትዛረብ ነይራ እያ። |
2,811 | tg_am | ካብቲ ኣብ ልባ ዝነበረ ኻብ ዝዓበየ ፈታዊኣ የሆዋ ኣምላኽ እተማህረቶ ኽቡር መዝገብ ሓቅታት ብናጻ ትዛረብ ነይራ እያ። | ማርያም በልቧ ካስቀመጠችው ውድ ሀብት ይኸውም ከታላቁ ወዳጇ ከይሖዋ አምላክ በተማረቻቸው ውድ እውነቶች ከተሞላው ጎተራ እያወጣች የተናገረች ያህል ነው። |
2,812 | am_tg | እንደ ማርያም ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ ይሖዋ የሚሰጠን ኃላፊነት ከባድ ሊመስለን ይችላል። | ንሕና እውን ከም ማርያም፡ ኣጸጋሚ ዚመስል ዕዮ ኻብ የሆዋ ይመጸና እዩ። |
2,813 | tg_am | ንሕና እውን ከም ማርያም፡ ኣጸጋሚ ዚመስል ዕዮ ኻብ የሆዋ ይመጸና እዩ። | እንደ ማርያም ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ ይሖዋ የሚሰጠን ኃላፊነት ከባድ ሊመስለን ይችላል። |
2,814 | am_tg | ልክ እንደ እሷ፣ ይሖዋ የሚጠቅመንን ነገር እንደሚያደርግልን በመተማመን የሚሰጠንን ኃላፊነት በትሕትና እንቀበል። | ስለዚ፡ ከምቲ ንሳ ዝገበረቶ፡ የሆዋ ዚጠቕመና ነገር ከም ዚገብረልና ብምትእምማን፡ ኣብኡ ንወከል። |
2,815 | tg_am | ስለዚ፡ ከምቲ ንሳ ዝገበረቶ፡ የሆዋ ዚጠቕመና ነገር ከም ዚገብረልና ብምትእምማን፡ ኣብኡ ንወከል። | ልክ እንደ እሷ፣ ይሖዋ የሚጠቅመንን ነገር እንደሚያደርግልን በመተማመን የሚሰጠንን ኃላፊነት በትሕትና እንቀበል። |
2,816 | am_tg | ስለ ይሖዋና ስለ ዓላማዎቹ የምንማረውን ነገር በጥሞና በማዳመጥ፣ በመንፈሳዊ እውነቶች ላይ በማሰላሰል እንዲሁም የተማርናቸውን ነገሮች ለሌሎች በደስታ በማካፈል ማርያምን በእምነቷ መምሰል እንችላለን። | ነቲ ብዛዕባ የሆዋን ዕላማኡን ዚውሃብ ትምህርቲ ተጠንቂቕና ብምስማዕ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ሓቅታት ብምስትንታን፡ ብዛዕባ እተምሃርናዮ ድማ ተሓጒስና ንኻልኦት ብምንጋር፡ ኣስኣሰር እምነት ማርያም ክንስዕብ ንኽእል ኢና። |
2,817 | tg_am | ነቲ ብዛዕባ የሆዋን ዕላማኡን ዚውሃብ ትምህርቲ ተጠንቂቕና ብምስማዕ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ሓቅታት ብምስትንታን፡ ብዛዕባ እተምሃርናዮ ድማ ተሓጒስና ንኻልኦት ብምንጋር፡ ኣስኣሰር እምነት ማርያም ክንስዕብ ንኽእል ኢና። | ስለ ይሖዋና ስለ ዓላማዎቹ የምንማረውን ነገር በጥሞና በማዳመጥ፣ በመንፈሳዊ እውነቶች ላይ በማሰላሰል እንዲሁም የተማርናቸውን ነገሮች ለሌሎች በደስታ በማካፈል ማርያምን በእምነቷ መምሰል እንችላለን። |
2,818 | am_tg | አንድ ወዳጅህ ወይም የቤተሰብህ አባል በተናገረው ተስፋ አስቆራጭ ነገር ስሜትህ ተደቁሶ አሊያም በከባድ ሕመም እየተሠቃየህ ወይም የምትወደውን ሰው በሞት አጥተህ ከሆነ ኢዮብ ከተወው ምሳሌ ማጽናኛ ማግኘት ትችላለህ። | ፈታዊኻ ወይ ኣባል ስድራ ቤትካ ዚደቍስ ቃላት እንተ ተዛሪቡካ፡ ከቢድ ሕማም እንተ ሓሚምካ፡ ወይ ብሞት እትፈትዎ ሰብካ እንተ ሓዚንካ፡ በቲ እዮብ ዝሓደጎ ኣብነት ክትጸናናዕ ትኽእል ኢኻ። |
2,819 | tg_am | ፈታዊኻ ወይ ኣባል ስድራ ቤትካ ዚደቍስ ቃላት እንተ ተዛሪቡካ፡ ከቢድ ሕማም እንተ ሓሚምካ፡ ወይ ብሞት እትፈትዎ ሰብካ እንተ ሓዚንካ፡ በቲ እዮብ ዝሓደጎ ኣብነት ክትጸናናዕ ትኽእል ኢኻ። | አንድ ወዳጅህ ወይም የቤተሰብህ አባል በተናገረው ተስፋ አስቆራጭ ነገር ስሜትህ ተደቁሶ አሊያም በከባድ ሕመም እየተሠቃየህ ወይም የምትወደውን ሰው በሞት አጥተህ ከሆነ ኢዮብ ከተወው ምሳሌ ማጽናኛ ማግኘት ትችላለህ። |
2,820 | am_tg | ኢዮብ መከራ እንዲደርስበት ያደረገው ማን መሆኑን ባያውቅም እንኳ ተስፋ አልቆረጠም። | እዮብ ምንጪ ሽግራቱ ዘይፈልጥ እኳ እንተ ነበረ፡ ተስፋ ግና ኣይቈረጸን። |
2,821 | tg_am | እዮብ ምንጪ ሽግራቱ ዘይፈልጥ እኳ እንተ ነበረ፡ ተስፋ ግና ኣይቈረጸን። | ኢዮብ መከራ እንዲደርስበት ያደረገው ማን መሆኑን ባያውቅም እንኳ ተስፋ አልቆረጠም። |
2,822 | am_tg | እንዲጸና የረዳው ምንድን ነው? | ስለምንታይ፧ |
2,823 | tg_am | ስለምንታይ፧ | እንዲጸና የረዳው ምንድን ነው? |
2,824 | am_tg | አንደኛ ነገር አምላክን የሚፈራ ሰው ነበር። | ሓደ ዝሓገዞ ነገር፡ ንኣምላኽ ይፈርህ ስለ ዝነበረ እዩ። |
2,825 | tg_am | ሓደ ዝሓገዞ ነገር፡ ንኣምላኽ ይፈርህ ስለ ዝነበረ እዩ። | አንደኛ ነገር አምላክን የሚፈራ ሰው ነበር። |
2,826 | am_tg | ኢዮብ አመቺ በሆነ ወቅትም ሆነ በአስቸጋሪ ጊዜ ይሖዋን ለማስደሰት ቁርጥ ውሳኔ አድርጎ ነበር። | ብእዋን ራህዋን ብእዋን ጸበባን ንየሆዋ ባህ ኬብሎ ቘሪጹ ነይሩ እዩ። |
2,827 | tg_am | ብእዋን ራህዋን ብእዋን ጸበባን ንየሆዋ ባህ ኬብሎ ቘሪጹ ነይሩ እዩ። | ኢዮብ አመቺ በሆነ ወቅትም ሆነ በአስቸጋሪ ጊዜ ይሖዋን ለማስደሰት ቁርጥ ውሳኔ አድርጎ ነበር። |
2,828 | am_tg | በተጨማሪም ይሖዋ፣ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ባከናወናቸው አስደናቂ ነገሮች ላይ እንዲያሰላስል ኢዮብን ረድቶታል። | ብዛዕባ እቲ የሆዋ ብመንፈስ ቅዱሱ ገይሩ ዝፈጸሞ ዜደንቕ ነገራት ኪሓስብ እውን ተሓጊዙ እዩ። |
2,829 | tg_am | ብዛዕባ እቲ የሆዋ ብመንፈስ ቅዱሱ ገይሩ ዝፈጸሞ ዜደንቕ ነገራት ኪሓስብ እውን ተሓጊዙ እዩ። | በተጨማሪም ይሖዋ፣ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ባከናወናቸው አስደናቂ ነገሮች ላይ እንዲያሰላስል ኢዮብን ረድቶታል። |
2,830 | am_tg | ይህም መከራዎቹን ይሖዋ በትክክለኛው ጊዜ እንደሚያስወግዳቸው ይበልጥ እንዲተማመን አድርጎታል። | የሆዋ ኣብ ግዜኡ ንፈተናታቱ መወዳእታ ኸም ዚገብረሉ፡ እዮብ ብዝያዳ ምትእምማን ኣሕዲሩ እዩ። |
2,831 | tg_am | የሆዋ ኣብ ግዜኡ ንፈተናታቱ መወዳእታ ኸም ዚገብረሉ፡ እዮብ ብዝያዳ ምትእምማን ኣሕዲሩ እዩ። | ይህም መከራዎቹን ይሖዋ በትክክለኛው ጊዜ እንደሚያስወግዳቸው ይበልጥ እንዲተማመን አድርጎታል። |
2,832 | am_tg | ደግሞም የሆነው ይህ ነው። | ብልክዕ ድማ ከምኡ እዩ ዀይኑ። |
2,833 | tg_am | ብልክዕ ድማ ከምኡ እዩ ዀይኑ። | ደግሞም የሆነው ይህ ነው። |
2,834 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በኢዮብ ላይ የደረሰው መከራ እንዲያበቃ አደረገ፤ ደግሞም ብልጽግናውን መለሰለት። | ብዛዕባኡ ኸምዚ ዚብል ነንብብ፦ የሆዋ ንጸበባ እዮብ ኣርሓቖ፡ ንብልጽግናኡ እውን መለሶ። |
2,835 | tg_am | ብዛዕባኡ ኸምዚ ዚብል ነንብብ፦ የሆዋ ንጸበባ እዮብ ኣርሓቖ፡ ንብልጽግናኡ እውን መለሶ። | መጽሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በኢዮብ ላይ የደረሰው መከራ እንዲያበቃ አደረገ፤ ደግሞም ብልጽግናውን መለሰለት። |
2,836 | am_tg | ይሖዋ ለኢዮብ ቀድሞ የነበረውን እጥፍ አድርጎ ሰጠው ይላል። | የሆዋ ኸኣ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ፡ ዕጽፊ ገይሩ ሃቦ። |
2,837 | tg_am | የሆዋ ኸኣ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ፡ ዕጽፊ ገይሩ ሃቦ። | ይሖዋ ለኢዮብ ቀድሞ የነበረውን እጥፍ አድርጎ ሰጠው ይላል። |
2,838 | am_tg | ኢዮብም ሸምግሎና ዕድሜ ጠግቦ ሞተ። | እዮብ ድማ ኣሪጉን ዕድመ ጸጊቡን ሞተ። |
2,839 | tg_am | እዮብ ድማ ኣሪጉን ዕድመ ጸጊቡን ሞተ። | ኢዮብም ሸምግሎና ዕድሜ ጠግቦ ሞተ። |
2,840 | am_tg | አደገኛ ሁኔታዎችን አስቀድመን በማስተዋል ጠንቃቆች መሆናችንን እናሳያለን፤ በእነዚህ ሁኔታዎች ውስጥ የገለልተኝነት አቋማችንን በመጠበቅ ደግሞ የዋሆች መሆናችንን እናሳያለን። | ኣቐዲምና ሓደጋታት ብምልላይ ጥንቁቓት ንኸውን ኢና፣ እቲ ሓደጋታት ኣብ መትከልና ኼለማልመና ብዘይምፍቃድ ከኣ ገርህታት ኴንና ኸም እንቕጽል ነርኢ ኢና። |
2,841 | tg_am | ኣቐዲምና ሓደጋታት ብምልላይ ጥንቁቓት ንኸውን ኢና፣ እቲ ሓደጋታት ኣብ መትከልና ኼለማልመና ብዘይምፍቃድ ከኣ ገርህታት ኴንና ኸም እንቕጽል ነርኢ ኢና። | አደገኛ ሁኔታዎችን አስቀድመን በማስተዋል ጠንቃቆች መሆናችንን እናሳያለን፤ በእነዚህ ሁኔታዎች ውስጥ የገለልተኝነት አቋማችንን በመጠበቅ ደግሞ የዋሆች መሆናችንን እናሳያለን። |
2,842 | am_tg | ፖለቲካዊ ጉዳዮች ሲነሱ ስለምንናገረው ነገር ጠንቃቃ መሆን አለብን። | ፖለቲካዊ ጕዳያት ኪልዓል ከሎ፡ ጥንቁቓት ክንከውን ኣሎና። |
2,843 | tg_am | ፖለቲካዊ ጕዳያት ኪልዓል ከሎ፡ ጥንቁቓት ክንከውን ኣሎና። | ፖለቲካዊ ጉዳዮች ሲነሱ ስለምንናገረው ነገር ጠንቃቃ መሆን አለብን። |
2,844 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የአምላክን መንግሥት ምሥራች ስንሰብክ የአንድን መሪ ወይም የፖለቲካ ፓርቲ ፖሊሲዎች፣ ከማወደስም ሆነ ከመንቀፍ መቆጠብ ይኖርብናል። | ንኣብነት፡ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ከነብጽሕ ከለና፡ ፖሊስታት ፖለቲካዊ ሰልፊ ወይ መራሒ ኽንውድስ ወይ ክንነቅፍ ኣይግባእን። |
2,845 | tg_am | ንኣብነት፡ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ከነብጽሕ ከለና፡ ፖሊስታት ፖለቲካዊ ሰልፊ ወይ መራሒ ኽንውድስ ወይ ክንነቅፍ ኣይግባእን። | ለምሳሌ ያህል፣ የአምላክን መንግሥት ምሥራች ስንሰብክ የአንድን መሪ ወይም የፖለቲካ ፓርቲ ፖሊሲዎች፣ ከማወደስም ሆነ ከመንቀፍ መቆጠብ ይኖርብናል። |
2,846 | am_tg | ከሰዎች ጋር ስንነጋገር ትኩረት ማድረግ ያለብን መሠረታዊ በሆነው ችግር ላይ እንጂ በማንኛውም ፖለቲካዊ መፍትሔ ላይ ሊሆን አይገባም፤ በዚህ መንገድ የሚያግባቡንን ነጥቦች ለማንሳት ጥረት ማድረግ አለብን። | ኣብ ፖለቲካዊ ፍታሕ ዘይኰነስ፡ ኣብ መሰረታዊ ጸገም ብምትኳር ድማ ምስቲ ብዓል ቤት ሓባራዊ ባይታ ኸነንጽፍ ንፈትን። |
2,847 | tg_am | ኣብ ፖለቲካዊ ፍታሕ ዘይኰነስ፡ ኣብ መሰረታዊ ጸገም ብምትኳር ድማ ምስቲ ብዓል ቤት ሓባራዊ ባይታ ኸነንጽፍ ንፈትን። | ከሰዎች ጋር ስንነጋገር ትኩረት ማድረግ ያለብን መሠረታዊ በሆነው ችግር ላይ እንጂ በማንኛውም ፖለቲካዊ መፍትሔ ላይ ሊሆን አይገባም፤ በዚህ መንገድ የሚያግባቡንን ነጥቦች ለማንሳት ጥረት ማድረግ አለብን። |
2,848 | am_tg | ከዚያም የአምላክ መንግሥት የሰው ልጆች ያሉባቸውን ችግሮች ለዘለቄታው ጠራርጎ የሚያስወግደው እንዴት እንደሆነ ከመጽሐፍ ቅዱስ እናሳያቸው። | ድሕሪኡ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ነቲ ጸገም እቲ ኸመይ ገይራ ምሉእ ብምሉእን ንሓዋሩን ከም እትፈትሖ ነርእዮ። |
2,849 | tg_am | ድሕሪኡ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ነቲ ጸገም እቲ ኸመይ ገይራ ምሉእ ብምሉእን ንሓዋሩን ከም እትፈትሖ ነርእዮ። | ከዚያም የአምላክ መንግሥት የሰው ልጆች ያሉባቸውን ችግሮች ለዘለቄታው ጠራርጎ የሚያስወግደው እንዴት እንደሆነ ከመጽሐፍ ቅዱስ እናሳያቸው። |
2,850 | am_tg | በውይይቱ መሃል፣ ተመሳሳይ ፆታ ባላቸው ሰዎች መካከል የሚፈጸመውን ጋብቻ ወይም ፅንስ ማስወረድን የመሳሰሉ አወዛጋቢ ጉዳዮች ከተነሱ የአምላክ መሥፈርቶች ምን እንደሆኑ እናስረዳቸው፤ እንዲሁም እነዚህን መሥፈርቶች በሕይወታችን ተግባራዊ ለማድረግ የምንጥረው እንዴት እንደሆነ ልንገልጽላቸው ይገባል። | ከም መርዓ ሕደ ጾታ ወይ ምንጻል ጥንሲ ዝኣመሰለ ተኣፋፊ ጕዳያት ምስ ዚልዓል፡ ንስርዓታት ኣምላኽ ንጣበቐሉ፡ ነዚ ኣብ ህይወትና ኸመይ ጌርና ኸም እንስዕቦ ድማ ነርኢ። |
2,851 | tg_am | ከም መርዓ ሕደ ጾታ ወይ ምንጻል ጥንሲ ዝኣመሰለ ተኣፋፊ ጕዳያት ምስ ዚልዓል፡ ንስርዓታት ኣምላኽ ንጣበቐሉ፡ ነዚ ኣብ ህይወትና ኸመይ ጌርና ኸም እንስዕቦ ድማ ነርኢ። | በውይይቱ መሃል፣ ተመሳሳይ ፆታ ባላቸው ሰዎች መካከል የሚፈጸመውን ጋብቻ ወይም ፅንስ ማስወረድን የመሳሰሉ አወዛጋቢ ጉዳዮች ከተነሱ የአምላክ መሥፈርቶች ምን እንደሆኑ እናስረዳቸው፤ እንዲሁም እነዚህን መሥፈርቶች በሕይወታችን ተግባራዊ ለማድረግ የምንጥረው እንዴት እንደሆነ ልንገልጽላቸው ይገባል። |
2,852 | am_tg | ከእነዚህ ርዕሰ ጉዳዮች ጋር በተያያዘ የየትኛውንም የፖለቲካ ፓርቲ አቋም ደግፈን መናገር አይኖርብንም። | ኣብ መንጎ እቲ ምይይጥ፡ ኣብ ፖለቲካዊ መዳያት እቲ ጕዳይ ገለልተኛታት ንኹን። |
2,853 | tg_am | ኣብ መንጎ እቲ ምይይጥ፡ ኣብ ፖለቲካዊ መዳያት እቲ ጕዳይ ገለልተኛታት ንኹን። | ከእነዚህ ርዕሰ ጉዳዮች ጋር በተያያዘ የየትኛውንም የፖለቲካ ፓርቲ አቋም ደግፈን መናገር አይኖርብንም። |
2,854 | am_tg | በተጨማሪም አንዳንድ ሕጎች ሊወጡ፣ ሊሻሩ ወይም ሊለወጡ እንደሚገባ የሚገልጽ ሐሳብ ቢሰነዘር እኛ ከየትኛውም ወገን ልንሆን አይገባም፤ ሌሎች የእኛን አመለካከት እንዲቀበሉም ጫና አናሳድርም። | ኪወጽእ፡ ኪስረዝ፡ ወይ ኪልወጥ ኣለዎ ብዛዕባ ዚብሃል ሕግታት፡ ሻራ ኣይንሕዝን ኢና፣ ካልኦት ምስ ኣረኣእያና ኺሰማምዑ እውን ጸቕጢ ኣይንገብርን ኢና። |
2,855 | tg_am | ኪወጽእ፡ ኪስረዝ፡ ወይ ኪልወጥ ኣለዎ ብዛዕባ ዚብሃል ሕግታት፡ ሻራ ኣይንሕዝን ኢና፣ ካልኦት ምስ ኣረኣእያና ኺሰማምዑ እውን ጸቕጢ ኣይንገብርን ኢና። | በተጨማሪም አንዳንድ ሕጎች ሊወጡ፣ ሊሻሩ ወይም ሊለወጡ እንደሚገባ የሚገልጽ ሐሳብ ቢሰነዘር እኛ ከየትኛውም ወገን ልንሆን አይገባም፤ ሌሎች የእኛን አመለካከት እንዲቀበሉም ጫና አናሳድርም። |
2,856 | am_tg | አንድ ሽማግሌ ለአንድ ወንድም ሥልጠና ከመጀመሩ በፊት ዘና ያለ ሁኔታ እንዲኖርና ከእሱ ጋር ጥሩ ወዳጅነት ለመመሥረት ጥረት ማድረግ ይኖርበታል። | ሓደ ስልጠና ዚህብ ሽማግለ፡ ምስልጣን ቅድሚ ምጅማሩ፡ ምስቲ ዜሰልጥኖ ሓው ጽቡቕ ሃዋህው ኪፈጥርን ዕርክነት ኪምስርትን ኣለዎ። |
2,857 | tg_am | ሓደ ስልጠና ዚህብ ሽማግለ፡ ምስልጣን ቅድሚ ምጅማሩ፡ ምስቲ ዜሰልጥኖ ሓው ጽቡቕ ሃዋህው ኪፈጥርን ዕርክነት ኪምስርትን ኣለዎ። | አንድ ሽማግሌ ለአንድ ወንድም ሥልጠና ከመጀመሩ በፊት ዘና ያለ ሁኔታ እንዲኖርና ከእሱ ጋር ጥሩ ወዳጅነት ለመመሥረት ጥረት ማድረግ ይኖርበታል። |
2,858 | am_tg | ሽማግሌዎች የሚወስዷቸው እርምጃዎች እንደ አካባቢው ሁኔታና ባሕል ሊለያዩ ይችላሉ። | ኵነታትን ልምድን ነፍሲ ወከፍ ሃገር እተፈላለየ ኪኸውን ስለ ዚኽእል፡ ሓደ ሽማግለ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዚወስዶ ስጕምታት እውን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ኪፈላለ ይኽእል እዩ። |
2,859 | tg_am | ኵነታትን ልምድን ነፍሲ ወከፍ ሃገር እተፈላለየ ኪኸውን ስለ ዚኽእል፡ ሓደ ሽማግለ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዚወስዶ ስጕምታት እውን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ኪፈላለ ይኽእል እዩ። | ሽማግሌዎች የሚወስዷቸው እርምጃዎች እንደ አካባቢው ሁኔታና ባሕል ሊለያዩ ይችላሉ። |
2,860 | am_tg | ይሁንና የምትኖረው የትም ይሁን የት እንዲሁም ምንም ያህል ሥራ የሚበዛብህ ሽማግሌ ብትሆን ከተማሪው ጋር ጊዜ ማሳለፍህ በእኔ ዘንድ ትልቅ ቦታ አለህ የሚል መልእክት ያስተላልፋል። | ይኹን እምበር፡ እትነብረሉ ሃገር ብዘየገድስ፡ ከም ሽማግለ መጠን ስራሕ ዝበዝሓካ እኳ እንተ ዀነ፡ ንሓደ እተሰልጥኖ ሓው ግዜ ትምድበሉ እንተ ዄንካ፡ ንስኻ ንዓይ ብሓቂ እተገድስ ሰብ ኢኻ ትብሎ ኸም ዘለኻ እዩ ዚቝጸር። |
2,861 | tg_am | ይኹን እምበር፡ እትነብረሉ ሃገር ብዘየገድስ፡ ከም ሽማግለ መጠን ስራሕ ዝበዝሓካ እኳ እንተ ዀነ፡ ንሓደ እተሰልጥኖ ሓው ግዜ ትምድበሉ እንተ ዄንካ፡ ንስኻ ንዓይ ብሓቂ እተገድስ ሰብ ኢኻ ትብሎ ኸም ዘለኻ እዩ ዚቝጸር። | ይሁንና የምትኖረው የትም ይሁን የት እንዲሁም ምንም ያህል ሥራ የሚበዛብህ ሽማግሌ ብትሆን ከተማሪው ጋር ጊዜ ማሳለፍህ በእኔ ዘንድ ትልቅ ቦታ አለህ የሚል መልእክት ያስተላልፋል። |
2,862 | am_tg | በየትኛውም የዓለም ክፍል የሚገኝ ለመማር ፈቃደኛ የሆነ ተማሪ ይህን መልእክት በሚገባ እንደሚያስተውልና በጥልቅ እንደሚነካው ጥርጥር የለውም። | እዚ ብተግባር ዚመሓላለፍ መልእኽቲ ኸኣ፡ ኣብ ኵሉ ቦታ ዚነብሩ ፍቓደኛታት ሰልጠንቲ ብንጹር ዚርድእዎን ኣኽቢሮም ዚርእይዎን እዩ። |
2,863 | tg_am | እዚ ብተግባር ዚመሓላለፍ መልእኽቲ ኸኣ፡ ኣብ ኵሉ ቦታ ዚነብሩ ፍቓደኛታት ሰልጠንቲ ብንጹር ዚርድእዎን ኣኽቢሮም ዚርእይዎን እዩ። | በየትኛውም የዓለም ክፍል የሚገኝ ለመማር ፈቃደኛ የሆነ ተማሪ ይህን መልእክት በሚገባ እንደሚያስተውልና በጥልቅ እንደሚነካው ጥርጥር የለውም። |
2,864 | am_tg | አንድ አስተማሪ ውጤታማ የሚባለው ሌሎችን የማሠልጠን ፍቅር ስላለው ብቻ ሳይሆን ለሚያሠለጥነው ሰው ጭምር ፍቅር ሲኖረው ነው። | ሓደ ዕዉት ዚብሃል ኣሰልጣኒ፡ ንኻልኦት ምስልጣን ዚፈቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዜሰልጥኖ ሰብ ኬፍቅር ከም ዘለዎ እውን ኣይትረስዑ። |
2,865 | tg_am | ሓደ ዕዉት ዚብሃል ኣሰልጣኒ፡ ንኻልኦት ምስልጣን ዚፈቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዜሰልጥኖ ሰብ ኬፍቅር ከም ዘለዎ እውን ኣይትረስዑ። | አንድ አስተማሪ ውጤታማ የሚባለው ሌሎችን የማሠልጠን ፍቅር ስላለው ብቻ ሳይሆን ለሚያሠለጥነው ሰው ጭምር ፍቅር ሲኖረው ነው። |
2,866 | am_tg | ጋር አወዳድር። | —ምስ ኣረኣኢ። |
2,867 | tg_am | —ምስ ኣረኣኢ። | ጋር አወዳድር። |
2,868 | am_tg | አንድ አስተማሪ ለተማሪው ፍቅር ካለው ተማሪው ይህን በቀላሉ ሊያስተውል ይችላል፤ እንዲሁም ለሥልጠናው ጥሩ ምላሽ እንዲሰጥ ያነሳሳዋል። | ሓደ ኣሰልጣኒ ኸምዚ ዓይነት ባህርይ እንተ ኣልይዎ፡ እቲ ሰልጣኒ ነዚ ቐልጢፉ ኬቕልበሉ እዩ፣ ነቲ ስልጠና ኣብ ዚቕበለሉ መገዲ እውን ዓብዪ ጽልዋ ኣለዎ። |
2,869 | tg_am | ሓደ ኣሰልጣኒ ኸምዚ ዓይነት ባህርይ እንተ ኣልይዎ፡ እቲ ሰልጣኒ ነዚ ቐልጢፉ ኬቕልበሉ እዩ፣ ነቲ ስልጠና ኣብ ዚቕበለሉ መገዲ እውን ዓብዪ ጽልዋ ኣለዎ። | አንድ አስተማሪ ለተማሪው ፍቅር ካለው ተማሪው ይህን በቀላሉ ሊያስተውል ይችላል፤ እንዲሁም ለሥልጠናው ጥሩ ምላሽ እንዲሰጥ ያነሳሳዋል። |
2,870 | am_tg | በመሆኑም ውድ ሽማግሌዎች፣ ሌሎችን ስታሠለጥኑ አስተማሪ ብቻ ሳይሆን ጓደኛም ሁኗቸው። | ስለዚ፡ ኣቱም ፍቑራት ሽማግለታት፡ ስልጠና ኽትህቡ ኸለኹም፡ ኣሰልጠንቲ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣዕሩኽ እውን ኩኑ። |
2,871 | tg_am | ስለዚ፡ ኣቱም ፍቑራት ሽማግለታት፡ ስልጠና ኽትህቡ ኸለኹም፡ ኣሰልጠንቲ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣዕሩኽ እውን ኩኑ። | በመሆኑም ውድ ሽማግሌዎች፣ ሌሎችን ስታሠለጥኑ አስተማሪ ብቻ ሳይሆን ጓደኛም ሁኗቸው። |
2,872 | am_tg | ይሖዋ ለበላይ ተመልካቾች የሚሆኑ ብቃቶች በዝርዝር እንዲሰፍሩ ማድረጉ፣ ኃላፊነት ያላቸው ወንድሞች ላቅ ያሉ መሥፈርቶችን እንዲያሟሉ የሚፈልግ መሆኑን ያሳያል። | የሆዋ ንሓለውቲ ዝርዝር ብቕዓታት ብምሃቡ፡ ነቶም ተሸይሞም ዜገልግሉ ልዑል መለክዒ ኸም ዘለዎ እዩ ገሊጹ። |
2,873 | tg_am | የሆዋ ንሓለውቲ ዝርዝር ብቕዓታት ብምሃቡ፡ ነቶም ተሸይሞም ዜገልግሉ ልዑል መለክዒ ኸም ዘለዎ እዩ ገሊጹ። | ይሖዋ ለበላይ ተመልካቾች የሚሆኑ ብቃቶች በዝርዝር እንዲሰፍሩ ማድረጉ፣ ኃላፊነት ያላቸው ወንድሞች ላቅ ያሉ መሥፈርቶችን እንዲያሟሉ የሚፈልግ መሆኑን ያሳያል። |
2,874 | am_tg | ይሖዋ፣ ሽማግሌዎች ጥሩ ምሳሌ እንዲሆኑ ይጠብቅባቸዋል፤ እንዲሁም በገዛ ልጁ ደም የዋጀውን ጉባኤ የሚይዙበትን መንገድ በተመለከተ ይጠይቃቸዋል። | ጽቡቕ ኣብነት ኪዀኑ ይጽበዮም እዩ፣ በቲ ነታ ብደም ወዱ ዝዓደጋ ጉባኤ ዚሕዙሉ መገዲ ድማ ኣብ ቅድሚኡ ተሓተትቲ እዮም። |
2,875 | tg_am | ጽቡቕ ኣብነት ኪዀኑ ይጽበዮም እዩ፣ በቲ ነታ ብደም ወዱ ዝዓደጋ ጉባኤ ዚሕዙሉ መገዲ ድማ ኣብ ቅድሚኡ ተሓተትቲ እዮም። | ይሖዋ፣ ሽማግሌዎች ጥሩ ምሳሌ እንዲሆኑ ይጠብቅባቸዋል፤ እንዲሁም በገዛ ልጁ ደም የዋጀውን ጉባኤ የሚይዙበትን መንገድ በተመለከተ ይጠይቃቸዋል። |
2,876 | am_tg | አምላክ፣ በተሾሙት የበታች እረኞች እንክብካቤ ሥር ሆነን ያለ ስጋት እንድንኖር ይፈልጋል። | የሆዋ ኣብ ትሕቲ ሓልዮት እቶም እተሸሙ ንኡሳን ጓሶት ድሕንነት ኪስምዓና ይደሊ እዩ። |
2,877 | tg_am | የሆዋ ኣብ ትሕቲ ሓልዮት እቶም እተሸሙ ንኡሳን ጓሶት ድሕንነት ኪስምዓና ይደሊ እዩ። | አምላክ፣ በተሾሙት የበታች እረኞች እንክብካቤ ሥር ሆነን ያለ ስጋት እንድንኖር ይፈልጋል። |
2,878 | am_tg | ከእነዚህ ነጥቦች አንጻር፣ ክርስቲያን ሽማግሌዎች እንዲያሟሉ የሚጠበቁባቸው ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቃቶች መኖራቸው ይሖዋ ምን ያህል በጥልቅ እንደሚያስብልን እንድንገነዘብ ያደርገናል። | በዚ ኣንፈት እዚ ኽንርእዮ ኸለና፡ እቲ ብዛዕባ ክርስትያን ሽማግለታት ዚገልጽ ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቕዓታት፡ የሆዋ ብሓቂ ኸም ዚሓልየልና የዘኻኽረና። |
2,879 | tg_am | በዚ ኣንፈት እዚ ኽንርእዮ ኸለና፡ እቲ ብዛዕባ ክርስትያን ሽማግለታት ዚገልጽ ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቕዓታት፡ የሆዋ ብሓቂ ኸም ዚሓልየልና የዘኻኽረና። | ከእነዚህ ነጥቦች አንጻር፣ ክርስቲያን ሽማግሌዎች እንዲያሟሉ የሚጠበቁባቸው ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቃቶች መኖራቸው ይሖዋ ምን ያህል በጥልቅ እንደሚያስብልን እንድንገነዘብ ያደርገናል። |
2,880 | am_tg | ለነገሩ በዚህ ጥቅስ ላይ ከተዘረዘሩት ብቃቶች መካከል አብዛኞቹ፣ ይሖዋ ከሁሉም ክርስቲያኖች የሚጠብቃቸው ስለሆኑ እያንዳንዱ ክርስቲያን ከዚህ ጥቅስ ትምህርት ሊያገኝ ይችላል። | ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን እውን እንተ ዀነ፡ ካብተን ኣብዘን ፍቕድታት እተዘርዘረ ብቕዓታት ኪምሃር ይኽእል እዩ፣ ከመይሲ፡ መብዛሕትኡ ኣብኡ ተዘርዚሩ ዘሎ ነጥብታት፡ የሆዋ ኻብ ኵሎም ክርስትያናት ዚደልዮ ነገር እዩ። |
2,881 | tg_am | ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን እውን እንተ ዀነ፡ ካብተን ኣብዘን ፍቕድታት እተዘርዘረ ብቕዓታት ኪምሃር ይኽእል እዩ፣ ከመይሲ፡ መብዛሕትኡ ኣብኡ ተዘርዚሩ ዘሎ ነጥብታት፡ የሆዋ ኻብ ኵሎም ክርስትያናት ዚደልዮ ነገር እዩ። | ለነገሩ በዚህ ጥቅስ ላይ ከተዘረዘሩት ብቃቶች መካከል አብዛኞቹ፣ ይሖዋ ከሁሉም ክርስቲያኖች የሚጠብቃቸው ስለሆኑ እያንዳንዱ ክርስቲያን ከዚህ ጥቅስ ትምህርት ሊያገኝ ይችላል። |
2,882 | am_tg | ለምሳሌ፣ ሁላችንም ምክንያታዊ ልንሆንና ጤናማ አስተሳሰብ ሊኖረን ይገባል። | ንኣብነት፡ ኵላትና ልዙባትን ለባማትን ክንከውን ኣሎና። |
2,883 | tg_am | ንኣብነት፡ ኵላትና ልዙባትን ለባማትን ክንከውን ኣሎና። | ለምሳሌ፣ ሁላችንም ምክንያታዊ ልንሆንና ጤናማ አስተሳሰብ ሊኖረን ይገባል። |
2,884 | am_tg | ሽማግሌዎች ለመንጋው ምሳሌ ለመሆን ሲጥሩ እኛም ከእነሱ ትምህርት ልንወስድና በእምነታቸው ልንመስላቸው ይገባል። | ሽማግለታት ነቲ መጓሰ ኣርኣያ ምስ ዚዀኑ፡ ንሕና ኻባታቶም ክንምሃርን ኣስኣሰር እምነቶም ክንስዕብን ንኽእል ኢና። |
2,885 | tg_am | ሽማግለታት ነቲ መጓሰ ኣርኣያ ምስ ዚዀኑ፡ ንሕና ኻባታቶም ክንምሃርን ኣስኣሰር እምነቶም ክንስዕብን ንኽእል ኢና። | ሽማግሌዎች ለመንጋው ምሳሌ ለመሆን ሲጥሩ እኛም ከእነሱ ትምህርት ልንወስድና በእምነታቸው ልንመስላቸው ይገባል። |
2,886 | am_tg | በዚህ ጥቅስ ላይ ማሰላሰልህ ይሖዋ ስለ አንተ በግለሰብ ደረጃ እንደሚያስብና እንደሚወድህ እንድትገነዘብ ሊያደርግህ ይችላል። | ብዛዕባ እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንተ ኣስተንቲንካ፡ የሆዋ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ከም ዜፍቅረካን ከም ዚሓልየልካን ንኽትግንዘብ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። |
2,887 | tg_am | ብዛዕባ እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንተ ኣስተንቲንካ፡ የሆዋ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ከም ዜፍቅረካን ከም ዚሓልየልካን ንኽትግንዘብ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። | በዚህ ጥቅስ ላይ ማሰላሰልህ ይሖዋ ስለ አንተ በግለሰብ ደረጃ እንደሚያስብና እንደሚወድህ እንድትገነዘብ ሊያደርግህ ይችላል። |
2,888 | am_tg | በይሖዋ ፊት ውድ እንደሆንክ እርግጠኛ ሁን። | ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ምዃንካ ተኣማመን። |
2,889 | tg_am | ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ምዃንካ ተኣማመን። | በይሖዋ ፊት ውድ እንደሆንክ እርግጠኛ ሁን። |
2,890 | am_tg | አምላክ እኛን ለማነጋገር በዋነኝነት የሚጠቀመው በመጽሐፍ ቅዱስ ስለሆነ ለቃሉ ጥልቅ አክብሮት ሊኖረን ይገባል። | ኣምላኽ ብቐንዱ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ ስለ ዚዛረበና፡ ንቓል ኣምላኽ ኣኽቢርና ኽንርእዮ ኣሎና። |
2,891 | tg_am | ኣምላኽ ብቐንዱ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ ስለ ዚዛረበና፡ ንቓል ኣምላኽ ኣኽቢርና ኽንርእዮ ኣሎና። | አምላክ እኛን ለማነጋገር በዋነኝነት የሚጠቀመው በመጽሐፍ ቅዱስ ስለሆነ ለቃሉ ጥልቅ አክብሮት ሊኖረን ይገባል። |
2,892 | am_tg | ወላጆችም ሆኑ ልጆች አንዳቸው ለሌላው ፍቅር እንዳላቸው እንዲሰማቸው እንዲሁም በመካከላቸው የመተማመን ስሜት እንዲኖር፣ ትርጉም ያለውና ደግነት የሚንጸባረቅበት የሐሳብ ልውውጥ ማድረጋቸው ወሳኝ ነው። | ወለድን ውሉዳትን ትርጉም ብዘለዎን ርሕራሐ ብዚንጸባረቖን መገዲ እሂን ምሂን ኪባሃሃሉ ኸለዉ፡ ነቲ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ተኣማንነትን ፍቕርን እዮም ዜደልድልዎ። |
2,893 | tg_am | ወለድን ውሉዳትን ትርጉም ብዘለዎን ርሕራሐ ብዚንጸባረቖን መገዲ እሂን ምሂን ኪባሃሃሉ ኸለዉ፡ ነቲ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ተኣማንነትን ፍቕርን እዮም ዜደልድልዎ። | ወላጆችም ሆኑ ልጆች አንዳቸው ለሌላው ፍቅር እንዳላቸው እንዲሰማቸው እንዲሁም በመካከላቸው የመተማመን ስሜት እንዲኖር፣ ትርጉም ያለውና ደግነት የሚንጸባረቅበት የሐሳብ ልውውጥ ማድረጋቸው ወሳኝ ነው። |
2,894 | am_tg | ከይሖዋ ጋር በተያያዘስ ምን መጠበቅ ይኖርብናል? | ምስ የሆዋ ብዚተሓሓዝከ እንታይ ኢና ኽንጽበ እንኽእል፧ |
2,895 | tg_am | ምስ የሆዋ ብዚተሓሓዝከ እንታይ ኢና ኽንጽበ እንኽእል፧ | ከይሖዋ ጋር በተያያዘስ ምን መጠበቅ ይኖርብናል? |
2,896 | am_tg | ይሖዋን አይተነውም ሆነ ድምፁን ሰምተን ባናውቅም እንኳ በመንፈስ መሪነት ባስጻፈው ቃሉ አማካኝነት ያነጋግረናል፤ እኛም ልናዳምጠው ይገባል። | ብዓይንና እኳ እንተ ዘይረኣናዮ፡ ንድምጹ ድማ ብኣእዛንና እኳ እንተ ዘይሰማዕናዮ፡ በቲ መንፈሱ ዝነፈሶ ቓሉ ኣቢሉ ብምሳልያዊ መገዲ ይዛረበና እዩ፣ ስለዚ፡ ክንሰምዖ ኣሎና። |
2,897 | tg_am | ብዓይንና እኳ እንተ ዘይረኣናዮ፡ ንድምጹ ድማ ብኣእዛንና እኳ እንተ ዘይሰማዕናዮ፡ በቲ መንፈሱ ዝነፈሶ ቓሉ ኣቢሉ ብምሳልያዊ መገዲ ይዛረበና እዩ፣ ስለዚ፡ ክንሰምዖ ኣሎና። | ይሖዋን አይተነውም ሆነ ድምፁን ሰምተን ባናውቅም እንኳ በመንፈስ መሪነት ባስጻፈው ቃሉ አማካኝነት ያነጋግረናል፤ እኛም ልናዳምጠው ይገባል። |
2,898 | am_tg | ራሳችንን ለእሱ የወሰንን ሕዝቦቹ በመሆናችን ይሖዋ ሊመራን እንዲሁም ከጉዳት ሊጠብቀን ይፈልጋል። | የሆዋ፡ ርእስና ዝወፈና ህዝቡ ስለ ዝዀንና፡ ኪመርሓናን ካብ ጕድኣት ኬዕቍበናን ይደሊ እዩ። |
2,899 | tg_am | የሆዋ፡ ርእስና ዝወፈና ህዝቡ ስለ ዝዀንና፡ ኪመርሓናን ካብ ጕድኣት ኬዕቍበናን ይደሊ እዩ። | ራሳችንን ለእሱ የወሰንን ሕዝቦቹ በመሆናችን ይሖዋ ሊመራን እንዲሁም ከጉዳት ሊጠብቀን ይፈልጋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.