Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,900
am_tg
በተጨማሪም እንድናውቀውና እንድንተማመንበት ይሻል።
ክንፈልጦን ኣብኡ ኽንውከልን እውን ይደልየና እዩ።
2,901
tg_am
ክንፈልጦን ኣብኡ ኽንውከልን እውን ይደልየና እዩ።
በተጨማሪም እንድናውቀውና እንድንተማመንበት ይሻል።
2,902
am_tg
የፆታ ብልግና ለመፈጸም የምትፈተን ከሆነ ምን ማድረግ ይኖርብሃል?
ምንዝርና ንኽትፍጽም ፈተና የጋጥመካ እንተ ኣልዩ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧
2,903

2,904
am_tg
ድክመት እንዳለብህ አምነህ ተቀበል።
ነቲ ዘሎካ ድኽመታት ኣለልዮ።
2,905
tg_am
ነቲ ዘሎካ ድኽመታት ኣለልዮ።
ድክመት እንዳለብህ አምነህ ተቀበል።
2,906
am_tg
አምላክ ጥንካሬ እንዲሰጥህ ጸልይ።
ብርታዐ ምእንቲ ኺህበካ፡ ናብ ኣምላኽ ጸሊ።
2,907
tg_am
ብርታዐ ምእንቲ ኺህበካ፡ ናብ ኣምላኽ ጸሊ።
አምላክ ጥንካሬ እንዲሰጥህ ጸልይ።
2,908
am_tg
የሥነ ምግባር ብልግና ወደመፈጸም ሊመሩህ ከሚችሉ ሁኔታዎች ራቅ።
ናብ ምንዝርና ኺመርሓካ ኻብ ዚኽእል ኵነታት ርሓቕ።
2,909

2,910
am_tg
እንዲሁም ፈተና ሲያጋጥምህ ከፆታ ብልግና በመሸሽ ወዲያውኑ እርምጃ ውሰድ።
እቲ ፈተና ኼጋጥመካ ኸሎ ድማ፡ ነግ ፈረግ ከይበልካ ንጸጎ።
2,911

2,912
am_tg
ኢየሱስ ፈተናን በመቃወም ረገድ ጥሩ ምሳሌ ትቶልናል።
የሱስ ንፈተና ብምቅዋም ዝመጸ፡ ሓያል ኣብነት ሰሪዑልና ኣሎ።
2,913
tg_am
የሱስ ንፈተና ብምቅዋም ዝመጸ፡ ሓያል ኣብነት ሰሪዑልና ኣሎ።
ኢየሱስ ፈተናን በመቃወም ረገድ ጥሩ ምሳሌ ትቶልናል።
2,914
am_tg
በሰይጣን ማማለያዎች አልተታለለም፤ እንዲሁም በቀረበለት ግብዣ ላይ ማሰብ ብሎም ጥቅምና ጉዳቱን ማመዛዘን አላስፈለገውም።
ብተስፋታት ሰይጣን ኣይተታለለን፣ ብዛዕባ ጥቕምን ጕድኣትን እቲ ፈተናታት ንኺሓስብ ድማ ግዜ ኣየጥፍአን።
2,915

2,916
am_tg
ከዚህ ይልቅ ተብሎ ተጽፏል በማለት ወዲያውኑ ምላሽ ሰጠ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ብኡብኡ፡ ጽሑፍ ኣሎ ብምባል እዩ ዚምልስ ነይሩ።
2,917

2,918
am_tg
ኢየሱስ የአምላክን ቃል ያውቅ ስለነበር ፈተና ሲያጋጥመው ፈጣን እርምጃ መውሰድና ከቅዱሳን መጻሕፍት ጠቅሶ መልስ መስጠት ችሏል።
የሱስ ንቓል ኣምላኽ ይፈልጦ ስለ ዝነበረ፡ ፈተናታት ኬጋጥሞ ኸሎ ቕልጡፍ ስጕምቲ ኺወስድን ጥቕስታት ኪጠቅስን ይኽእል ነበረ።
2,919

2,920
am_tg
እኛም ከሰይጣን ጋር ተዋግተን ማሸነፍ እንድንችል የፆታ ብልግና ፈተና እንዲሆንብን መፍቀድ የለብንም።
ንሕና እውን ምስ ሰይጣን ተቓሊስና ምእንቲ ኽንዕወት፡ ካብቲ ምንዝርና ንኽንፍጽም ዜጋጥመና ፈተና ኽንርሕቕ ኣሎና።
2,921

2,922
am_tg
አንድ አረጋዊ ሰው እያዘገመ ተራራ ሲወጣ በዓይነ ሕሊናህ ይታይህ።
ናብ ከረን ዚድይብ ዘሎ ብዕድመ ዝደፍአ ሰብኣይ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣል።
2,923

2,924
am_tg
በሕይወቱ ውስጥ ካደረጋቸው ጉዞዎች ሁሉ ይህ ከባዱ ሳይሆን አይቀርም።
ኣብ ህይወቱ ዝኸበደ ጕዕዞ እዩ ዚገብር ነይሩ።
2,925

2,926
am_tg
ጉዞውን ከባድ ያደረገበት የዕድሜው መግፋት አይደለም።
ነቲ ጕዕዞ ኣጸጋሚ ዝገበሮ ግና ዕድሚኡ ብምድፋኡ ኣይኰነን።
2,927
tg_am
ነቲ ጕዕዞ ኣጸጋሚ ዝገበሮ ግና ዕድሚኡ ብምድፋኡ ኣይኰነን።
ጉዞውን ከባድ ያደረገበት የዕድሜው መግፋት አይደለም።
2,928
am_tg
አብርሃም 125 ዓመት ገደማ ቢሆነውም ጉልበቱ አሁንም ጠንካራ ነው።
ኣብቲ ግዜ እቲ ኣብርሃም ወዲ 125 ዓመት ኣቢሉ እኳ እንተ ነበረ፡ ምስ ሓይሉ እዩ ነይሩ።
2,929

2,930
am_tg
አብሮት የሚጓዘው ወጣት 25 ዓመት ገደማ ይሆነዋል።
እግረ እግሩ ድማ ወዲ 25 ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን መንእሰይ ነበረ።
2,931

2,932
am_tg
ይህ ወጣት፣ የአብርሃም ልጅ ይስሐቅ ሲሆን የማገዶ እንጨት ተሸክሟል።
ንሱ ኸኣ ወዱ ይስሃቅ እዩ፣ ንሓዊ ዚኸውን ዕንጨይቲ እውን ተሰኪሙ ነበረ።
2,933

2,934
am_tg
አብርሃም ደግሞ ቢላ እንዲሁም እሳት ለማቀጣጠል የሚያስፈልገውን ነገር ይዟል።
ኣብርሃም ድማ ካራን ሓዊ ንምእጓድ ዜድልዮ ነገርን ሒዙ ነበረ።
2,935

2,936
am_tg
አብርሃም የገዛ ልጁን መሥዋዕት አድርጎ እንዲያቀርብ ይሖዋ ጠይቆት ነበር! አብርሃም በሕይወቱ ካጋጠሙት ሁሉ ከባድ የሆነ የእምነት ፈተና ተደቅኖበታል።
የሆዋ ንኣብርሃም፡ ንወዱ ኺስውኦ እዩ ሓቲትዎ! ኣብርሃም ንእምነቱ ዚፍትን ዝኸበደ ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ።
2,937

2,938
am_tg
አብርሃም አምላክን የታዘዘው በጭፍን አይደለም።
ኣብርሃም ብዕሙቱ ኣይኰነን ንኣምላኽ ተኣዚዝዎ።
2,939
tg_am
ኣብርሃም ብዕሙቱ ኣይኰነን ንኣምላኽ ተኣዚዝዎ።
አብርሃም አምላክን የታዘዘው በጭፍን አይደለም።
2,940
am_tg
ከዚህ ይልቅ የታዘዘው ነገሮችን በእምነት ዓይን ስለተመለከተ ነው።
የግዳስ፡ ኪርኢ ስለ ዝኸኣለ እዩ ተኣዚዝዎ።
2,941

2,942
am_tg
አብርሃም የእምነት ዓይን ስለነበረው በሰማይ ያለው አባቱ ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዮቹ ዘላቂ ጉዳት የሚያመጣባቸውን ነገር እንዲፈጽሙ እንደማይጠይቃቸው መመልከት ችሏል።
እቲ ሰማያዊ ኣቦኡ የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ነባሪ ጕድኣት ዜምጽእ ዝዀነ ይኹን ነገር ኪገብሩ ኸም ዘይሓትቶም ብዓይኒ እምነቱ ርእዩ እዩ።
2,943

2,944
am_tg
ይሖዋን ከታዘዘ፣ አምላኩ እሱንም ሆነ የሚወደውን ልጁን እንደሚባርካቸው ያውቅ ነበር።
ንየሆዋ ኣምላኹ እንተ ተኣዚዝዎ፡ ንሱ ንዕኡን ንወዱን ከም ዚባርኾም ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,945

2,946
am_tg
ይሁንና ለእምነቱ መሠረት የሆነው ምን ነበር?
እታ እምነት እቲኣ ኣብ ምንታይ እያ ተሰሪታ፧
2,947
tg_am
እታ እምነት እቲኣ ኣብ ምንታይ እያ ተሰሪታ፧
ይሁንና ለእምነቱ መሠረት የሆነው ምን ነበር?
2,948
am_tg
እውቀትና ተሞክሮ ነው።
ኣብ ፍልጠትን ተመክሮን እያ።
2,949
tg_am
ኣብ ፍልጠትን ተመክሮን እያ።
እውቀትና ተሞክሮ ነው።
2,950
am_tg
ወደ ይሖዋ ለመቅረብ በጣም አስፈላጊ ከሆኑት ነገሮች አንዱ ከእሱ ጋር አዘውትረን የሐሳብ ልውውጥ ማድረግ ነው።
ምስ የሆዋ ወትሩ ምዝርራብ፡ ኣገዳሲ ኽፋል እቲ ናብኡ ንምቕራብ እንወስዶ ስጕምቲ እዩ።
2,951

2,952
am_tg
ለመሆኑ ከአምላክ ጋር መነጋገር የምትችለው እንዴት ነው?
ምስ ኣምላኽ ብኸመይ ኢኻ ኽትዘራረብ እትኽእል፧
2,953
tg_am
ምስ ኣምላኽ ብኸመይ ኢኻ ኽትዘራረብ እትኽእል፧
ለመሆኑ ከአምላክ ጋር መነጋገር የምትችለው እንዴት ነው?
2,954
am_tg
ይሖዋን የምታነጋግረው ወደ እሱ አዘውትረህ በመጸለይ ነው።
ንየሆዋ በቲ ኣዘውቲርካ እተቕርቦ ጸሎት ኣቢልካ ኽትዛረቦ ትኽእል ኢኻ።
2,955

2,956
am_tg
በተጨማሪም በጽሑፍ የሰፈረውን የአምላክ ቃል ዘወትር በማንበብና ባነበብከው ላይ በማሰላሰል ይሖዋ ሲያነጋግርህ ማዳመጥ ትችላለህ።
ብዘይካዚ፡ ወትሩ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ብምንባብን ብዛዕባ እቲ ዘንበብካዮ ብምስትንታንን፡ የሆዋ ኺዛረበካ ኸሎ ኽትሰምዖ ትኽእል ኢኻ።
2,957

2,958
am_tg
ስትጸልይ የምትፈልገውን ነገር ለይተህ የምትጠቅስ ከሆነ ይሖዋ የሚሰጥህ ምላሽ በግልጽ የሚታይ ባይሆንም እንኳ አንተ ለጸሎትህ መልስ እንዳገኘህ በቀላሉ ታስተውላለህ።
ብዛዕባ እቲ ዜተሓሳስበካ ጕዳያት ኣነጺርካ ትጽሊ እንተ ዄንካ፡ ነቲ የሆዋ ዚህበካ መልሲ፡ ዋላ እውን ኣዝዩ ንጹር እንተ ዘይኰነ፡ ብዝያዳ ኸተቕልበሉ ኢኻ።
2,959

2,960
am_tg
ጸሎትህ ምላሽ ማግኘቱ ደግሞ ይሖዋ ይበልጥ እውን እንዲሆንልህ ያደርጋል።
ጸሎትካ እንተ ተመሊሱ ድማ፡ የሆዋ ብዝያዳ ጋህዲ ኪዀነልካ እዩ።
2,961

2,962
am_tg
በተጨማሪም የሚያሳስቡህን ነገሮች ለይሖዋ ግልጥልጥ አድርገህ በነገርከው መጠን እሱ ወደ አንተ ይበልጥ እየቀረበ ይሄዳል።
ብዘይካዚ፡ ንየሆዋ ናይ ልብኻ ኣውጺእካ ኽትነግሮ ኸለኻ፡ ብዝያዳ ኽትቀርቦ ኢኻ።
2,963

2,964
am_tg
ከይሖዋ ጋር የቅርብ ግንኙነት እንዲኖረን የምናደርገው ጥረት በሕይወታችን ሙሉ የሚቀጥል ነው።
ምስ የሆዋ ጥብቂ ርክብ ምምስራት፡ ኣብ ምሉእ ህይወትና ዚቕጽል እዩ።
2,965

2,966
am_tg
ይሖዋ ወደ እኛ እንዲቀርብ የምንፈልግ ከሆነ እኛም ወደ እሱ ለመቅረብ እርምጃ መውሰድ ይኖርብናል።
ንሱ ኪቐርበና እንተ ደሊና፡ ንሕና እውን ክንቀርቦ ኣሎና።
2,967

2,968
am_tg
እንግዲያው በመጽሐፍ ቅዱስ ጥናትና በጸሎት አማካኝነት ከአምላካችን ጋር አዘውትረን የሐሳብ ልውውጥ ማድረጋችንን እንቀጥል።
ስለዚ፡ ብመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ብጸሎትን ኣቢልና ወትሩ ምስ ኣምላኽና ንዘራረብ።
2,969

2,970
am_tg
እንዲህ የምናደርግ ከሆነ ከይሖዋ ጋር ያለን ግንኙነት እየተጠናከረ ስለሚሄድ የሚያጋጥሙንን ፈተናዎች ለመወጣት ያስችለናል።
ከምኡ እንተ ጌርና፡ እቲ እናዓበየ ዚኸይድ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ፡ ንፈተናታት ብዓወት ንኽንዋጽኣሉ ኺሕግዘና እዩ።
2,971

2,972
am_tg
አምላክ በሚያመጣው አዲስ ዓለም ውስጥ የምንወዳቸውንና የሚያስደስቱንን ነገሮች ለማከናወን አጋጣሚ እናገኛለን።
ኣብ ሓዳስ ዓለም፡ ካብቲ ዘሎና ግዜ ብእተወሰነ ብብሕቲ ኣብ ዜገድሰና ነገራትን ኣብ መዘናግዕን ከነሕልፎ ኢና።
2,973

2,974
am_tg
ደግሞም ይሖዋ እነዚህን ፍላጎቶች እንድናሟላ ባይፈልግ ኖሮ በሥራችን የመርካትና ጤናማ በሆኑ መዝናኛዎች የመደሰት ፍላጎት በውስጣችን ይፈጥር ነበር?
የሆዋ ኽንሕጐስ እንተ ዘይደልየና ነይሩስ፡ ሓደ ነገር ክንዓምም ከም እንደልን ብጥዑይ መዘናግዒ ባህ ከም ዚብለናን ገይሩ ምፈጠረናዶ፧
2,975

2,976
am_tg
በዚህም ሆነ በሌሎች መንገዶች ይሖዋ ምንጊዜም የሕያዋን ፍጥረታትን ሁሉ ፍላጎት ያሟላል።
በዝን ብኻልእ መገድታትን ገይሩ፡ ትምኒት ዘበለ ዅሉ ወትሩ ኼዕግብ እዩ።
2,977

2,978
am_tg
እረፍትና መዝናኛ የራሳቸው ቦታ አላቸው፤ ሆኖም ከእነዚህ ነገሮች የበለጠ ደስታ ማግኘት የምንችለው ከይሖዋ ጋር ላለን ግንኙነት ቅድሚያ ስንሰጥ ነው።
መዘናግዒ ቦታኡ እኳ እንተ ኣለዎ፡ ዝያዳ ዜሐጕስ ዚኸውን ግና ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ቀዳምነት ክንህቦ ኸለና እዩ።
2,979

2,980
am_tg
ምድር ገነት ስትሆንም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው።
ኣብ ሓዳስ ዓለም እውን እንተ ዀነ ኸምኡ እዩ።
2,981
tg_am
ኣብ ሓዳስ ዓለም እውን እንተ ዀነ ኸምኡ እዩ።
ምድር ገነት ስትሆንም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው።
2,982
am_tg
እንግዲያው አስቀድመን መንግሥቱን በመፈለግና የይሖዋ ሕዝቦች አሁን በሚያገኟቸው መንፈሳዊ በረከቶች ላይ ትኩረት በማድረግ ለግል ፍላጎቶቻችን ሁለተኛ ቦታ መስጠትን መልመዳችን ምንኛ ጥበብ ነው! ምድር ገነት ስትሆን ከዚህ በፊት አይተን በማናውቀው መጠን ደስታ እናገኛለን።
ስለዚ፡ ሕጂ ቕድም መንግስቲ ኣምላኽ ብምድላይን ኣብቲ ኣብ ህዝቢ ኣምላኽ ዘሎ መንፈሳዊ በረኸት ብምትኳርን ብብሕቲ ንዜገድሰና ነገራት ቦታኡ ብምሃብ ንርእስና ኸነሰልጥንሲ ኽንደይ ጥበባዊ ዀን እዩ! ኣብ ሓዳስ ዓለም፡ ቅድሚኡ ረኺብናዮ ዘይንፈልጥ ሓጐስ ኪህልወና እዩ።
2,983

2,984
am_tg
ለእውነተኛው ሕይወት ከአሁኑ በመዘጋጀት ይህን ሕይወት ለማግኘት ከፍተኛ ፍላጎት እንዳለን እናሳይ።
ስለዚ፡ ካብ ሕጂ ኣትሒዝና ብምድላው ነታ ናይ ሓቂ ህይወት ሃረር ንበላ።
2,985

2,986
am_tg
በሕይወታችን የይሖዋን እጅ ማየት የምንችልባቸው አንዳንድ መንገዶች የትኞቹ ናቸው?
ኣብ ህይወትና ንኢድ የሆዋ ኽንርእያ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
2,987

2,988
am_tg
እስቲ ይህን አስብ፦ ምናልባት እውነትን የሰማህበት መንገድ በቀጥታ የአምላክ እጅ እንዳለበት እንድታምን ያደርግህ ይሆናል።
ነዚ ዚስዕብ እስከ ንርአ፦ ኣምላኽ ንሓቂ ኽትቅበል ከም ዝሓገዘካ ይስምዓካ ይኸውን።
2,989

2,990
am_tg
በጉባኤ ስብሰባ ላይ አንድ ክፍል ሲቀርብ አዳምጠህ ይሄ በቀጥታ እኔን የሚመለከት ነው ያልክበት ጊዜ አለ?
ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ምስ ተኣከብካ እሞ ሓደ ኽፍሊ ምስ ሰማዕካ፡ እዚ እዩ ብልክዕ ዜድልየኒ ዝበልካሉ እዋን እውን ይህሉ ይኸውን።
2,991

2,992
am_tg
ወይም ደግሞ ስለ አንድ ጉዳይ ጸልየህ መልስ አግኝተህ ይሆናል።
ወይ ንጸሎትካ ምላሽ ረኺብካ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።
2,993
tg_am
ወይ ንጸሎትካ ምላሽ ረኺብካ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።
ወይም ደግሞ ስለ አንድ ጉዳይ ጸልየህ መልስ አግኝተህ ይሆናል።
2,994
am_tg
ምናልባትም አገልግሎትህን ለማስፋት ከወሰንክ በኋላ ይሖዋ ነገሮችን እንዴት እንዳሳካልህ ስታይ ተገርመህ ሊሆን ይችላል።
ምናልባት ኣገልግሎትካ ኸተስፍሕ ወሲንካስ፡ የሆዋ ኣብ ኵሉ ነገራት ኪሰልጠካ ኸመይ ከም ዝሓገዘካ ደንጽዩካ ይኸውን።
2,995

2,996
am_tg
አሊያም ለመንፈሳዊ ነገሮች ስትል ሥራህን ከለቀቅክ በኋላ አምላክ በምንም ዓይነት አልጥልህም ሲል የገባው ቃል ሲፈጸም ተመልክተህ ይሆን?
ወይ ድማ ምእንቲ መንፈሳዊ ምኽንያታት ኢልካ ኻብ ስራሕካ ምስ ወጻእካ፡ ከቶ ኣይክሓድገካን እየ ዚብል ኣምላኽ ዝኣተዎ ቓል ኪፍጸም ርኢኻ ትኸውን።
2,997

2,998
am_tg
እንግዲያው በመንፈሳዊ ንቁ ከሆንንና ልባችን ንጹሕ ከሆነ ይሖዋ እኛን በተለያዩ መንገዶች እንዴት እየረዳን እንዳለ መገንዘብ እንችላለን።
ብመንፈሳዊ ንቑሓትን ጽሩይ ዝልብናን ምስ እንኸውን፡ የሆዋ ኸመይ ገይሩ ብብዙሕ መገድታት ከም ዝሓገዘና ኸነስተውዕል ንኽእል ኢና።
2,999