Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,000
am_tg
ልበ ንጹሕ መሆን የምንችለው እንዴት ነው?
እሞኸ ኸመይ ኢልና ኢና ጽሩይ ዝልቦም እንኸውን፧
3,001
tg_am
እሞኸ ኸመይ ኢልና ኢና ጽሩይ ዝልቦም እንኸውን፧
ልበ ንጹሕ መሆን የምንችለው እንዴት ነው?
3,002
am_tg
ውስጣችንን ንጹሕ በማድረግና ማንኛውንም መጥፎ ምግባር በማስወገድ ነው።
ብውሽጥና ጽሩያት ክንከውንን ክፉእ ምግባር ክንሓድግን ኣሎና።
3,003

3,004
am_tg
መንፈሳዊነታችን ይበልጥ እየተጠናከረ ሲሄድና ትክክለኛ ምግባር ስናሳይ አምላክን ማየት ከሚችሉ ሰዎች መካከል እንሆናለን።
ብመንፈሳዊ መዳይ እናደልደልናን ቅኑዕ ኣካይዳ እናሰዓብናን ምስ ከድና፡ ምስቶም ንኣምላኽ ኪርእይዎ ዚኽእሉ ኽንጽብጸብ ንኽእል ኢና።
3,005

3,006
am_tg
ጴጥሮስ በውኃው ላይ ሲራመድ በዙሪያው የነበረው ነፋስና ማዕበል ክርስቲያኖች ከሚያጋጥሟቸው ፈተናዎችና መከራዎች ጋር ሊመሳሰል ይችላል።
እቲ ጴጥሮስ ብማየ ማይ ኪኸይድ ከሎ ኸቢብዎ ዝነበረ ንፋስን ማዕበልን፡ ህይወትና ንኣምላኽ ወፊና ኣብ እንነብሮ ናብራ ምስ ዜጋጥመና ጸገማትን ፈተናታትን ኪመሳሰል ይኽእል እዩ።
3,007

3,008
am_tg
ፈተናውና መከራው እጅግ ከባድ ቢሆንም እንኳ በይሖዋ እርዳታ ጸንተን መቆም እንችላለን።
እዚ ኸቢድ ኣብ ዚዀነሉ መዳይ እኳ፡ ብደገፍ የሆዋ ኽንጸንዕ ንኽእል ኢና።
3,009

3,010
am_tg
ጴጥሮስ መስመጥ የጀመረው ከኃይለኛ ነፋሱ ወይም ሞገዱ የተነሳ አለመሆኑን አስታውስ።
ጴጥሮስ ብሰንኪ ሓያል ንፋስ ወይ ብሰንኪ ብርቱዕ ማዕበል ከም ዘይጠሓለ ኣይንረስዕ።
3,011

3,012
am_tg
የተከሰተውን ሁኔታ በቅደም ተከተል ለማሰብ ሞክር፤ ጴጥሮስ አውሎ ነፋሱን ሲያይ ፈራ።
ነቲ ዘጋጠመ ነገር ምልስ ኢልና ምስ እንርእዮ፡ ህቦብላ ንፋስ ምስ ረኣየ ግና፡ ፈርሀ ዚብል ኢና እንረክብ።
3,013

3,014
am_tg
ጴጥሮስ ትኩረቱን በኢየሱስ ላይ ማድረግ ባቃተው ጊዜ እምነቱ ተናወጠ።
ጴጥሮስ ነቲ ኣብ የሱስ ዝነበሮ ኣትኵሮ ስለ ዘጥፍአ እዩ እምነቱ ተነቓኒቓ።
3,015

3,016
am_tg
እኛም አውሎ ነፋሱን ማየት ከጀመርን በሌላ አባባል በማዕበሉ ኃይለኝነት ላይ ካተኮርንና ይሖዋ እንደሚደግፈን ከተጠራጠርን መስመጥ ልንጀምር እንችላለን።
ንሕና እውን ብምሳልያዊ መገዲ ህቦብላ ንፋስ እንተ ርኢና፡ ማለት ኣብ ብርታዐኡ እንተ ኣተኲርናን የሆዋ ኸም ዚድግፈና እንተ ተጠራጢርናን፡ ክንጥሕል ንጅምር ኢና።
3,017

3,018
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ የእምነት መዳከምን ወይም እምነት ማጣትን በቀላሉ ተብትቦ የሚይዘን ኃጢአት ብሎ ይጠራዋል፤ ይህም እምነታችንን ሊያዳክም የሚችልን የትኛውንም ሁኔታ አቅልለን ማየት እንደሌለብን ያስገነዝበናል።
ምድካም እምነት ወይ ምጥፋእ እምነት፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብቐሊሉ ዚሓላልኸና ሓጢኣት ተባሂሉ ተገሊጹ ስለ ዘሎ፡ እምነትና ኸይትጐድል ኬተሓሳስበና ኣለዎ።
3,019

3,020
am_tg
ጴጥሮስ ከደረሰበት ሁኔታ ማየት እንደሚቻለው ትኩረታችን በተሳሳተ ነገር ላይ ካረፈ እምነታችን በቀላሉ ሊዳከም ይችላል።
ንጴጥሮስ ዘጋጠሞ ተመክሮ ኸም ዚሕብሮ፡ ኣብ ግጉይ ነገራት እንተ ኣተኲርና እምነትና ቐልጢፋ ኽትደክም ትኽእል እያ።
3,021

3,022
am_tg
የኢየሱስ ደቀ መዛሙርት ከመካከላቸው ማን ታላቅ እንደሆነ በተደጋጋሚ ይከራከሩ የነበረ ቢሆንም ኢየሱስ ተስፋ አልቆረጠባቸውም።
ደቀ መዛሙርቲ የሱስ መኖም ከም ዚዓቢ ብተደጋጋሚ ይካትዑ እኳ እንተ ነበሩ፡ የሱስ ግና ብኣታቶም ተስፋ ኣይቈረጸን።
3,023

3,024
am_tg
የሰጣቸውን ምክር እንዳልሠሩበት ሲያይም ሁኔታውን በቸልታ አላለፈውም።
ምኽሩ ኣብ ዘይሰምዑሉ እዋን ድማ ነዚ ነገር እዚ ዕሽሽ ኣይበሎን።
3,025

3,026
am_tg
ኢየሱስ አመቺ ጊዜና ቦታ መርጦ በፍቅርና በደግነት እርማት ሰጥቷቸዋል።
የግዳስ፡ ኣብ ምሹእ ግዜን ቦታን፡ ብፍቕርን ብልእመትን ገሲጽዎም እዩ።
3,027

3,028
am_tg
እናንተም ለልጆቻችሁ ተግሣጽ በመስጠት እንደምትወዷቸው አሳዩአቸው።
ንውሉዳትካ ብምግሳጽ ፍቕርኻ ኣርእዮም።
3,029

3,030
am_tg
አንዳንድ ጊዜ፣ አንድ ድርጊት ትክክል ወይም ስህተት የሆነበትን ምክንያት ማስረዳቱ ብቻ በቂ ሊሆን ይችላል።
ሓድሓደ ግዜ፡ ሓደ ተግባር ስለምንታይ ቅኑዕ ወይ ጌጋ ኸም ዝዀነ ምግላጽ ጥራይ እኹል እዩ።
3,031

3,032
am_tg
በእርግጥ ልጆቻችሁ የነገራችኋቸውን ተግባራዊ ሳያደርጉ የሚቀሩበት ጊዜ ይኖራል።
ሓድሓደ ግዜ ግና፡ ቈልዓ ነቲ እትብሎ ኣብ ግብሪ ኣየውዕሎን ይኸውን።
3,033

3,034
am_tg
እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥማችሁ የኢየሱስን ምሳሌ ተከተሉ።
ከምኡ ኼጋጥመካ ኸሎ፡ ንየሱስ ምሰሎ።
3,035
tg_am
ከምኡ ኼጋጥመካ ኸሎ፡ ንየሱስ ምሰሎ።
እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥማችሁ የኢየሱስን ምሳሌ ተከተሉ።
3,036
am_tg
ተስማሚ ጊዜና ቦታ መርጣችሁ ልጆቻችሁን ገሥጿቸው፤ ይህን የምታደርጉት በፍቅር፣ በደግነት ብሎም በትዕግሥት መመሪያ፣ ሥልጠናና እርማት በመስጠት ነው።
ኣብ ግቡእ ግዜን ቦታን ንውሉድካ ብትዕግስቲ እናመራሕካን እናኣሰልጠንካን እናኣረምካን ብፍቕርን ብልእመትን ገስጾ።
3,037

3,038
am_tg
በደቡብ አፍሪካ የምትኖር ኢሌን የተባለች እህት ወላጆቼ በቁጣ ወይም ምክንያቱን ሳያስረዱኝ ተግሣጽ ሰጥተውኝ አያውቁም ብላለች።
ብዛዕባ እዚ ኢሌን ዝስማ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ እትነብር ሓብቲ ኸምዚ ትብል፦ ወለደይ ብቝጥዓ ወይ ስለምንታይ ከም እተገሰጽኩ ኸይገለጹ ፈጺሞም ኣይግስጹንን እዮም ነይሮም።
3,039

3,040
am_tg
ይህም ሳልፈራ ተረጋግቼ እንድኖር አድርጎኛል።
ከም ውጽኢቱ ኸኣ፡ ከይተሸቝረርኩ እነብር ነይረ።
3,041
tg_am
ከም ውጽኢቱ ኸኣ፡ ከይተሸቝረርኩ እነብር ነይረ።
ይህም ሳልፈራ ተረጋግቼ እንድኖር አድርጎኛል።
3,042
am_tg
ማለፍ የሌለብኝ ገደብ ምን እንደሆነ እንዲሁም ከእኔ ምን እንደሚጠበቅ አውቃለሁ።
ደረተይ ድማ እፈልጥ ነይረ፣ እንታይ ትጽቢት ከም ዚግበረለይ እውን ይርድኣኒ ነይሩ።
3,043

3,044
am_tg
የይሖዋ ምሥክሮችን የሚደግፉም ሆነ አምርረው የሚቃወሙ ሰዎች ሊክዱ የማይችሉት አንድ ሐቅ አለ፤ ይኸውም የይሖዋ ምሥክሮች በስብከቱ ሥራቸው በቡድን ደረጃ በስፋት የታወቁ መሆናቸው ነው።
ሰባት ምሳና ይሰማምዑ ወይ ኣበርቲዖም ይጻረሩና ይዀኑ፣ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብንጥፈታት ስብከቶም ኣጸቢቖም ከም ዚፍለጡ ዚኽሕዱ ግና ብዙሓት ኣይኰኑን።
3,045

3,046
am_tg
በምናምንባቸው ነገሮች ባይስማሙም በምናከናውነው ሥራ እንደሚያከብሩን የሚናገሩ ሰዎች በአገልግሎት ላይ አጋጥመውህ ያውቁ ይሆናል።
ምስ እምነታትና ኸም ዘይሰማምዑ፡ ግናኸ ንዕዮና ኣኽቢሮም ከም ዚርእይዎ ዚገልጹ ሰባት ኣብ ኣገልግሎት ኣጓኒፎምኻ ይዀኑ።
3,047

3,048
am_tg
ኢየሱስ የመንግሥቱ ምሥራች በመላው ምድር እንደሚሰበክ አስቀድሞ እንደተናገረ እናውቃለን።
ከም እንፈልጦ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ ምዃኑ የሱስ ተነብዩ ነይሩ እዩ።
3,049

3,050
am_tg
ወንጌሉን ወይም ምሥራቹን እየሰበኩ እንዳሉ የሚሰማቸው በርካታ ሃይማኖታዊ ቡድኖች አሉ።
ሓያሎ ጕጅለታት ሃይማኖት፡ ወንጌል ወይ ብስራት ንሰብኽ ኢና ይብሉ እዮም።
3,051

3,052
am_tg
አብዛኛውን ጊዜ ግን የሚያከናውኑት የስብከት ሥራ ስለ ራሳቸው ተሞክሮ ምሥክርነት ከመስጠት፣ በቤተ ክርስቲያን ውስጥ ከመስበክ አሊያም በመገናኛ ብዙኃን ይኸውም በቴሌቪዥን ወይም በኢንተርኔት አማካኝነት ፕሮግራም ከማቅረብ ያለፈ አይደለም።
ጻዕርታቶም ግና ኣብ ቤተ ክርስትያን፡ ኣብ ተለቪዥን፡ ወይ ኣብ ኢንተርነት ኣብ ዚህብዎ ስብከት፡ ወይ ድማ ብዛዕባ የሱስ ከመይ ገይሮም ከም ዝፈለጡ ንኻልኦት ኣብ ምንጋር እተሓጽረ እዩ።
3,053

3,054
am_tg
ሌሎች ደግሞ የሚያከናውኗቸውን የበጎ አድራጎት ሥራዎች አሊያም በሕክምና እና በትምህርት መስኮች የሚያደርጉትን እርዳታ ይጠቅሳሉ።
ገሊኦም ከኣ ኣብ ግብረ ሰናያዊ ንጥፈታቶም ወይ ኣብ ዓውድታት ሕክምናን ትምህርትን ዚገብርዎ ጻዕርታት ከም ስብከት ገይሮም ይርእይዎ እዮም።
3,055

3,056
am_tg
ጽናት የሚፈጽመው ሥራ ምንድን ነው?
ተጻዋርነት እንታይ ዕዮ እያ እትፍጽም፧
3,057
tg_am
ተጻዋርነት እንታይ ዕዮ እያ እትፍጽም፧
ጽናት የሚፈጽመው ሥራ ምንድን ነው?
3,058
am_tg
ጽናት በሁሉም ረገድ ምንም የማይጎድለን ፍጹማንና እንከን የለሽ እንድንሆን ይረዳናል።
ብሓንቲ እኳ ኸይጐደልና ፍጹማትን ምሉእ ብምሉእ ጥዑያትን ክንከውን እያ እትሕግዘና።
3,059

3,060
am_tg
አብዛኛውን ጊዜ ፈተናዎች፣ ምን ድክመት እንዳለብን እንዲሁም ልናሻሽላቸው የሚገቡን ባሕርያት የትኞቹ እንደሆኑ እንድንገነዘብ ያደርጋሉ።
ብዙሕ ግዜ፡ ፈተናታት ድኽመታትና፡ ማለት ከነጽርዮ ዘሎና ባህርያትና እዩ ዜቃልዕ።
3,061

3,062
am_tg
የሚደርሱብንን ፈተናዎች በጽናት የምንወጣ ከሆነ ክርስቲያናዊ ባሕርያትን ይበልጥ በተሟላ መንገድ ማዳበር እንችላለን።
ነቲ ፈተናታት እቲ እንተ ተጻዊርና፡ ክርስትያናዊ ባህርያትና ፍጹም ወይ ጥዑይ እዩ ዚኸውን።
3,063

3,064
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ይበልጥ ታጋሾች፣ አድናቂዎችና ሩኅሩኆች እንድንሆን ሊረዱን ይችላሉ።
ንኣብነት፡ ብዝያዳ ዓቃላትን መማሰውትን ርሕሩሓትን ክንከውን ንኽእል ኢና።
3,065

3,066
am_tg
ጽናት ጥሩ ክርስቲያኖች እንድንሆን በመቅረጽ ረገድ አስፈላጊ የሆነ ሥራ ይፈጽማል፤ በመሆኑም የሚደርሱብንን ፈተናዎች ለማስቆም ስንል ቅዱስ ጽሑፋዊ መሠረታዊ ሥርዓቶችን ከመጣስ ልንቆጠብ ይገባል።
ተጻዋርነት ከም ክርስትያን መጠን ብምቕራጽ ኣገዳሲ ዕዮ ስለ እትፍጽም፡ ፈተናታት ኬጋጥመካ ኸሎ ኣብ ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታት ኣይትለማለም።
3,067

3,068
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ርኩስ የሆኑ ሐሳቦች ወደ አእምሮህ እየመጡ ቢያስቸግሩህ ምን ታደርጋለህ?
ንኣብነት፡ ምስ ርኹስ ሓሳባት ትቃለስ እንተ ኣለኻ፡ እንታይ ኢኻ ኽትገብር ዚግባእ፧
3,069

3,070
am_tg
በፈተናው ከመሸነፍ ይልቅ እነዚህን ምኞቶች ለማስወገድ እንዲረዳህ ወደ ይሖዋ ጸልይ።
በቲ ፈተና ኣብ ክንዲ እትስነፍ፡ ነቲ ትምኒት እቲ ብጸሎት ንጸጎ።
3,071

3,072
am_tg
እንዲህ በማድረግ፣ ራስን የመግዛት ባሕርይ ታዳብራለህ።
በዚ ኸምዚ፡ ርእሰ ግትኣት ከተማዕብል ኢኻ።
3,073
tg_am
በዚ ኸምዚ፡ ርእሰ ግትኣት ከተማዕብል ኢኻ።
እንዲህ በማድረግ፣ ራስን የመግዛት ባሕርይ ታዳብራለህ።
3,074
am_tg
ከማያምን የቤተሰብህ አባል ተቃውሞ እየደረሰብህ ነው?
ካብ ዘይኣምን ኣባል ስድራ ቤትካ ምጽራር የጋጥመካ ኣሎዶ፧
3,075
tg_am
ካብ ዘይኣምን ኣባል ስድራ ቤትካ ምጽራር የጋጥመካ ኣሎዶ፧
ከማያምን የቤተሰብህ አባል ተቃውሞ እየደረሰብህ ነው?
3,076
am_tg
በተጽዕኖው ከመሸነፍ ይልቅ በሙሉ ልብህ ይሖዋን ማምለክህን ለመቀጠል ቁርጥ ውሳኔ አድርግ።
በቲ ጸቕጢ ኣብ ክንዲ እትምብርከኽ፡ ነቲ ብምሉእ ልብኻ እተቕርቦ ኣምልኾ ንምቕጻል ቈራጽነት ግበር።
3,077

3,078
am_tg
የአምላክን ሞገስ ለማግኘት፣ መጽናት እንዳለብን አስታውስ።
እምበኣር፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ እተፈተነ ብቕዓት ንምርካብ፡ ክንጻወር ኣሎና።
3,079

3,080
am_tg
ስለ ዘር፣ ባሕል ወይም አገር ተገቢ ያልሆነ ኩራት ማዳበር ይሖዋ ለሰብዓዊ አገዛዝና ለሰው ዘር ካለው አመለካከት ጋር እንደሚጋጭ እናውቃለን።
ብቐቢላኻ፡ ብባህልኻ፡ ወይ ብህዝብኻ እምብዛ ምሕባን ወይ ምዅራዕ፡ ምስቲ የሆዋ ብዛዕባ ግዝኣት ሰብን ደቂ ሰብ ብሓፈሻን ዘለዎ ኣረኣእያ ኼጋጭወና ይኽእል እዩ።
3,081

3,082
am_tg
እርግጥ ነው፣ አምላክ ያደግንበትን ባሕል እንድንተው አይጠብቅብንም።
ልክዕ እዩ፡ ኣምላኽ ንባህልና ኽንጸልኦ ኣይደልየናን እዩ።
3,083

3,084
am_tg
እንዲያውም የተለያዩ ባሕሎች መኖራቸው በሰብዓዊው ቤተሰብ መካከል ያለውን አስደናቂ ልዩነት ያጎላል።
እኳ ደኣስ፡ በቲ በበይኑ ዝዓይነቱ ባህሊ ባህ ኪብለና ይኽእል እዩ።
3,085

3,086
am_tg
ያም ቢሆን በአምላክ ዓይን ሁሉም ሰው እኩል መሆኑን ማስታወስ ይገባናል።
ኰይኑ ግና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኵሉ ሰብ ማዕረ ምዃኑ ኽንዝክር ኣሎና።
3,087

3,088
am_tg
ከትውልድ ቦታችን ጋር በተያያዘ ተገቢ ያልሆነ ኩራት ማዳበር ብሔራዊ ስሜት እንዲያድርብን ያደርጋል፤ ይህ ደግሞ አቋማችንን ወደማላላት ሊመራን ይችላል።
ብመበቈልና እምብዛ ምሕባን ጠንቂ ሃገራውነት እዩ፣ እዚ ኸኣ ኣብ ገለልትነትና ኸም እንለማለም ዚገብረና ቐዳማይ ስጕምቲ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
3,089

3,090
am_tg
ክርስቲያኖችም ቢሆን እንዲህ ዓይነት ኩራት ወጥመድ ሊሆንባቸው ይችላል፤ በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበረው ጉባኤ አንዳንድ አባላት እንኳ ከእነሱ የተለየ ዜግነት ባላቸው ወንድሞቻቸው ላይ አድልዎ ፈጽመዋል።
ክርስትያናት ብኸምዚ ዝበለ ሓበን ኪጽለዉ ዘይክእሉ ኣይኰኑን፣ ገሊኦም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት እውን እንተ ዀኑ ኣብ መንጎ ኣሕዋቶም ሌላን ጕሌላን ገይሮም እዮም።
3,091

3,092
am_tg
ተገቢ ያልሆነ ኩራት በልባችን ውስጥ እያቆጠቆጠ መሆኑን እንዴት ማወቅ እንችላለን?
ዘይግቡእ ሓበን ኣባና ሱር ይሰድድ ምህላዉ ኸመይ ጌርና ኽንፈልጥ ንኽእል፧
3,093

3,094
am_tg
ለምሳሌ የሌላ አገር ዜጋ የሆነ ክርስቲያን አንድ ሐሳብ አቀረበልን እንበል።
ወዲ ኻልእ ዓዲ ዝዀነ ክርስትያን ሓሳብ ሂቡካ ንበል።
3,095

3,096
am_tg
እኛ ነገሮችን የምናከናውንበት መንገድ የተሻለ ነው በማለት ሐሳቡን ወዲያውኑ ውድቅ እናደርገዋለን?
ኣብዚ ብዝሓሸ መገዲ ኢና እንገብሮ ኢልካ ንሓሳቡ ብኡብኡ ትነጽጎ ዲኻ፧
3,097

3,098
am_tg
የተሻለው አካሄድ ሁላችንም በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን በመንፈስ መሪነት የተሰጠ ምክር ተግባራዊ ማድረጋችን ነው።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ነቲ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቕዱስ ጽሑፋዊ ምኽሪ ኸነውዕሎ ኣሎና።
3,099