Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
3,100 | am_tg | ለወጣቶች በሚዘጋጁ ጽሑፎች ላይ የሚጠቀሱት አብዛኞቹ ችግሮች ሌሎቻችንንም ያጋጥሙናል። | ሓያሎ ኻብቲ ንመንእሰያት ኣብ ዚወጽእ ሕታማትና ተጠቒሱ ዚርከብ ጸገማት፡ ንዓታቶም ጥራይ ዚምልከት ኣይኰነን። |
3,101 | tg_am | ሓያሎ ኻብቲ ንመንእሰያት ኣብ ዚወጽእ ሕታማትና ተጠቒሱ ዚርከብ ጸገማት፡ ንዓታቶም ጥራይ ዚምልከት ኣይኰነን። | ለወጣቶች በሚዘጋጁ ጽሑፎች ላይ የሚጠቀሱት አብዛኞቹ ችግሮች ሌሎቻችንንም ያጋጥሙናል። |
3,102 | am_tg | ሁላችንም ለእምነታችን ጥብቅና መቆም፣ ስሜታችንን መቆጣጠር፣ ጎጂ የሆነ የእኩዮች ተጽዕኖን መቋቋም እንዲሁም ከመጥፎ ጓደኛና መዝናኛ መራቅ ይኖርብናል። | ኵላትና ንእምነትና ኽንጣበቕ፡ ስምዒታትና ኽንቈጻጸር፡ ምስ ጐዳኢ ጸቕጢ መዛኑ ኽንቃለስ፡ ካብ ሕማቕ ዕርክነትን መዘናግዕን ከኣ ክንርሕቕ የድልየና እዩ። |
3,103 | tg_am | ኵላትና ንእምነትና ኽንጣበቕ፡ ስምዒታትና ኽንቈጻጸር፡ ምስ ጐዳኢ ጸቕጢ መዛኑ ኽንቃለስ፡ ካብ ሕማቕ ዕርክነትን መዘናግዕን ከኣ ክንርሕቕ የድልየና እዩ። | ሁላችንም ለእምነታችን ጥብቅና መቆም፣ ስሜታችንን መቆጣጠር፣ ጎጂ የሆነ የእኩዮች ተጽዕኖን መቋቋም እንዲሁም ከመጥፎ ጓደኛና መዝናኛ መራቅ ይኖርብናል። |
3,104 | am_tg | እነዚህና ሌሎች በርካታ ርዕሰ ጉዳዮች ለወጣቶች በተዘጋጁት ጽሑፎች ላይ ተብራርተዋል። | እዚ ነጥብታት እዝን ሓያሎ ኻልእን ኣብቲ ንመንእሰያት እተዳለወ ጽሑፋት ተገሊጹ ኣሎ። |
3,105 | tg_am | እዚ ነጥብታት እዝን ሓያሎ ኻልእን ኣብቲ ንመንእሰያት እተዳለወ ጽሑፋት ተገሊጹ ኣሎ። | እነዚህና ሌሎች በርካታ ርዕሰ ጉዳዮች ለወጣቶች በተዘጋጁት ጽሑፎች ላይ ተብራርተዋል። |
3,106 | am_tg | በዕድሜ ከፍ ያሉ ክርስቲያኖች፣ ለወጣቶች የተዘጋጁ ጽሑፎች ለእነሱ እንደማይመጥኑ ሊሰማቸው ይገባል? | ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ነቲ ንመንእሰያት እተዳለወ ጽሑፋት ምንባብ ዜትሕቶም ኰይኑ ኺስምዖምዶ ይግባእ፧ |
3,107 | tg_am | ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ነቲ ንመንእሰያት እተዳለወ ጽሑፋት ምንባብ ዜትሕቶም ኰይኑ ኺስምዖምዶ ይግባእ፧ | በዕድሜ ከፍ ያሉ ክርስቲያኖች፣ ለወጣቶች የተዘጋጁ ጽሑፎች ለእነሱ እንደማይመጥኑ ሊሰማቸው ይገባል? |
3,108 | am_tg | በፍጹም! ትምህርቱ የተዘጋጀው ወጣቶችን በሚማርክ መልኩ ቢሆንም ምክሩ የተመሠረተው ጊዜ በማይሽራቸው የመጽሐፍ ቅዱስ መሠረታዊ ሥርዓቶች ላይ ነው፤ ስለዚህ ሁላችንም ከዚህ መንፈሳዊ ዝግጅት ጥቅም ማግኘት እንችላለን። | ኣይፋልን! እቲ ጽሑፍ ንመንእሰያት ብዚማርኽ መገዲ እኳ እንተ ቐረበ፡ እቲ ኣብኡ ዚርከብ ሓበሬታ ግና ኣብቲ ግዜ ዘይሓልፎ ቕዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታት እተመስረተ ብምዃኑ፡ ኵላትና ኻብቲ መንፈሳዊ መሰናድዎታት እቲ ኽንጥቀም ንኽእል ኢና። |
3,109 | tg_am | ኣይፋልን! እቲ ጽሑፍ ንመንእሰያት ብዚማርኽ መገዲ እኳ እንተ ቐረበ፡ እቲ ኣብኡ ዚርከብ ሓበሬታ ግና ኣብቲ ግዜ ዘይሓልፎ ቕዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታት እተመስረተ ብምዃኑ፡ ኵላትና ኻብቲ መንፈሳዊ መሰናድዎታት እቲ ኽንጥቀም ንኽእል ኢና። | በፍጹም! ትምህርቱ የተዘጋጀው ወጣቶችን በሚማርክ መልኩ ቢሆንም ምክሩ የተመሠረተው ጊዜ በማይሽራቸው የመጽሐፍ ቅዱስ መሠረታዊ ሥርዓቶች ላይ ነው፤ ስለዚህ ሁላችንም ከዚህ መንፈሳዊ ዝግጅት ጥቅም ማግኘት እንችላለን። |
3,110 | am_tg | ጽሑፎቻችን ወጣቶች የሚያጋጥሟቸውን ችግሮች እንዲቋቋሙ የሚያግዟቸው ከመሆኑም ሌላ መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርጉና ወደ ይሖዋ እንዲቀርቡ ይረዷቸዋል። | ጽሑፋትና ንመንእሰያት፡ ጸገማት ኪሰግሩ ኣብ ርእሲ ምሕጋዙ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩን ንየሆዋ ኪቐርብዎን ይሕግዞም እዩ። |
3,111 | tg_am | ጽሑፋትና ንመንእሰያት፡ ጸገማት ኪሰግሩ ኣብ ርእሲ ምሕጋዙ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩን ንየሆዋ ኪቐርብዎን ይሕግዞም እዩ። | ጽሑፎቻችን ወጣቶች የሚያጋጥሟቸውን ችግሮች እንዲቋቋሙ የሚያግዟቸው ከመሆኑም ሌላ መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርጉና ወደ ይሖዋ እንዲቀርቡ ይረዷቸዋል። |
3,112 | am_tg | በዕድሜ ከፍ ያሉ ክርስቲያኖችም በዚህ ረገድ ጥቅም ማግኘት ይችላሉ። | ካብዚ እውን ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ኪጥቀሙ ይኽእሉ እዮም። |
3,113 | tg_am | ካብዚ እውን ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ኪጥቀሙ ይኽእሉ እዮም። | በዕድሜ ከፍ ያሉ ክርስቲያኖችም በዚህ ረገድ ጥቅም ማግኘት ይችላሉ። |
3,114 | am_tg | አምላካችን ይሖዋ አንድ ይሖዋ ነው። | የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ። |
3,115 | tg_am | የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ። | አምላካችን ይሖዋ አንድ ይሖዋ ነው። |
3,116 | am_tg | ይህ ትልቅ ትርጉም ያዘለ ጥቅስ ነው! ይህ ሐሳብ እስራኤላውያን ወደ ተስፋይቱ ምድር ሲገቡና ምድሪቱን ሲቆጣጠሩ ያጋጠሟቸውን ተፈታታኝ ሁኔታዎች ለመቋቋም የሚያስችል ብርታት ሰጥቷቸዋል። | እዝስ ኣየ ኸመይ ዝበለ ሓያል ቃላት ኰን እዩ! እዚ መዘኻኸሪ እዚ፡ ንእስራኤላውያን ናብ ምድሪ ተስፋ ንምእታው ኪቀራረቡ ኸለዉ ኣብ ቅድሚኦም ንዝነበረ ብድሆታት ኪገጥምዎ ኣዕጢቕዎም እዩ። |
3,117 | tg_am | እዝስ ኣየ ኸመይ ዝበለ ሓያል ቃላት ኰን እዩ! እዚ መዘኻኸሪ እዚ፡ ንእስራኤላውያን ናብ ምድሪ ተስፋ ንምእታው ኪቀራረቡ ኸለዉ ኣብ ቅድሚኦም ንዝነበረ ብድሆታት ኪገጥምዎ ኣዕጢቕዎም እዩ። | ይህ ትልቅ ትርጉም ያዘለ ጥቅስ ነው! ይህ ሐሳብ እስራኤላውያን ወደ ተስፋይቱ ምድር ሲገቡና ምድሪቱን ሲቆጣጠሩ ያጋጠሟቸውን ተፈታታኝ ሁኔታዎች ለመቋቋም የሚያስችል ብርታት ሰጥቷቸዋል። |
3,118 | am_tg | እኛም ይህን ጥቅስ ልብ ማለታችን፣ ከፊታችን የሚጠብቀንን ታላቅ መከራ ለማለፍ የሚያስችል ብርታት እንድናገኝና ገነት በምትሆነው ምድር ላይ ለሚኖረው ሰላምና አንድነት አስተዋጽኦ እንድናደርግ ይረዳናል። | ንሕና እውን ነዘን ቃላት እዚአን ኣብ ልብና እንተ ኣሕዲርናየን ነቲ ኣብ ቅድሜና ዘሎ ብርቱዕ ጸበባ ኽንሰግሮን ኣብታ ስዒባ እትመጽእ ገነት ከኣ እጃምና ኸነበርክትን ኬዕጥቓና እየን። |
3,119 | tg_am | ንሕና እውን ነዘን ቃላት እዚአን ኣብ ልብና እንተ ኣሕዲርናየን ነቲ ኣብ ቅድሜና ዘሎ ብርቱዕ ጸበባ ኽንሰግሮን ኣብታ ስዒባ እትመጽእ ገነት ከኣ እጃምና ኸነበርክትን ኬዕጥቓና እየን። | እኛም ይህን ጥቅስ ልብ ማለታችን፣ ከፊታችን የሚጠብቀንን ታላቅ መከራ ለማለፍ የሚያስችል ብርታት እንድናገኝና ገነት በምትሆነው ምድር ላይ ለሚኖረው ሰላምና አንድነት አስተዋጽኦ እንድናደርግ ይረዳናል። |
3,120 | am_tg | ይሖዋን በሙሉ ነፍሳችን በመውደድና በማገልገል እንዲሁም በወንድማማች ማኅበራችን መካከል ያለው አንድነት ተጠብቆ እንዲኖር ልባዊ ጥረት በማድረግ፣ እሱን ብቻ ማምለካችንን እንቀጥል። | ሃየ እምበኣር፡ ንየሆዋ ብምሉእ ነፍስና ብምፍቃርን ብምግልጋልን ሓድነት ክርስትያናዊ ሕውነትና ንምዕቃብ ልባዊ ጻዕሪ ብምግባርን ወትሩ ንየሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ንሃቦ። |
3,121 | tg_am | ሃየ እምበኣር፡ ንየሆዋ ብምሉእ ነፍስና ብምፍቃርን ብምግልጋልን ሓድነት ክርስትያናዊ ሕውነትና ንምዕቃብ ልባዊ ጻዕሪ ብምግባርን ወትሩ ንየሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ንሃቦ። | ይሖዋን በሙሉ ነፍሳችን በመውደድና በማገልገል እንዲሁም በወንድማማች ማኅበራችን መካከል ያለው አንድነት ተጠብቆ እንዲኖር ልባዊ ጥረት በማድረግ፣ እሱን ብቻ ማምለካችንን እንቀጥል። |
3,122 | am_tg | እንዲህ የምናደርግ ከሆነ ኢየሱስ በግ እንደሆኑ ለሚፈርድላቸው ሰዎች የተናገረው የሚከተለው ሐሳብ የሚፈጸምበትን ጊዜ በልበ ሙሉነት መጠባበቅ እንችላለን፦ እናንተ አባቴ የባረካችሁ ኑ፤ ዓለም ከተመሠረተበት ጊዜ ጀምሮ የተዘጋጀላችሁን መንግሥት ውረሱ። | ብቐጻሊ ኸምዚ እንተ ጌርና፡ የሱስ ከም ኣባጊዕ ኪፈርደና፡ ኣቱም ኣቦይ ዝባረኸኩም ንዑ፡ ነቲ ኻብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ እተዳለወልኩም መንግስቲ ውረሱ ብምባል እተነበዮ ትንቢት ኪፍጸም ከሎ ኸኣ ክንርኢ ኢና። |
3,123 | tg_am | ብቐጻሊ ኸምዚ እንተ ጌርና፡ የሱስ ከም ኣባጊዕ ኪፈርደና፡ ኣቱም ኣቦይ ዝባረኸኩም ንዑ፡ ነቲ ኻብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ እተዳለወልኩም መንግስቲ ውረሱ ብምባል እተነበዮ ትንቢት ኪፍጸም ከሎ ኸኣ ክንርኢ ኢና። | እንዲህ የምናደርግ ከሆነ ኢየሱስ በግ እንደሆኑ ለሚፈርድላቸው ሰዎች የተናገረው የሚከተለው ሐሳብ የሚፈጸምበትን ጊዜ በልበ ሙሉነት መጠባበቅ እንችላለን፦ እናንተ አባቴ የባረካችሁ ኑ፤ ዓለም ከተመሠረተበት ጊዜ ጀምሮ የተዘጋጀላችሁን መንግሥት ውረሱ። |
3,124 | am_tg | ኢየሱስን ያዳምጡ የነበሩ ሰዎች፣ ሊያስጨንቃቸው ስለማይገባ ነገር ይጨነቁ ነበር። | ሰማዕቲ የሱስ፡ ኪጭነቕሉ ብዛዕባ ዘይግባእ ነገራት እዮም ዚጭነቑ ነይሮም። |
3,125 | tg_am | ሰማዕቲ የሱስ፡ ኪጭነቕሉ ብዛዕባ ዘይግባእ ነገራት እዮም ዚጭነቑ ነይሮም። | ኢየሱስን ያዳምጡ የነበሩ ሰዎች፣ ሊያስጨንቃቸው ስለማይገባ ነገር ይጨነቁ ነበር። |
3,126 | am_tg | ስለዚህ ኢየሱስ መጨነቃቸውን እንዲተዉ እያሳሰባቸው ነው፤ ይህን ያለው ያለ ምክንያት አይደለም። | ስለዚ፡ የሱስ ደጊም ከይጭነቑ እዩ ነጊርዎም፣ ከምዚ ዝበለሉ ምኽንያት ከኣ ነይርዎ እዩ። |
3,127 | tg_am | ስለዚ፡ የሱስ ደጊም ከይጭነቑ እዩ ነጊርዎም፣ ከምዚ ዝበለሉ ምኽንያት ከኣ ነይርዎ እዩ። | ስለዚህ ኢየሱስ መጨነቃቸውን እንዲተዉ እያሳሰባቸው ነው፤ ይህን ያለው ያለ ምክንያት አይደለም። |
3,128 | am_tg | ሊያሳስቡን ስለሚገቡ ነገሮችም እንኳ ከልክ በላይ መጨነቅ፣ ትኩረታችን እንዲሰረቅና ይበልጥ አስፈላጊ የሆኑ መንፈሳዊ ነገሮችን ችላ እንድንል ሊያደርገን ይችላል። | ብዛዕባ ዜድልየና ነገራት እውን ካብ መጠን ንላዕሊ ምጭናቕ፡ ንኣእምሮና ብምክፍፋልን ከም ዜስግል ብምግባርን፡ ነቲ ኣብ ህይወትና ዝያዳ ኣገዳሲ ዝዀነ መንፈሳዊ ነገራት ሸለል ከም እንብሎ ኺገብረና ይኽእል እዩ። |
3,129 | tg_am | ብዛዕባ ዜድልየና ነገራት እውን ካብ መጠን ንላዕሊ ምጭናቕ፡ ንኣእምሮና ብምክፍፋልን ከም ዜስግል ብምግባርን፡ ነቲ ኣብ ህይወትና ዝያዳ ኣገዳሲ ዝዀነ መንፈሳዊ ነገራት ሸለል ከም እንብሎ ኺገብረና ይኽእል እዩ። | ሊያሳስቡን ስለሚገቡ ነገሮችም እንኳ ከልክ በላይ መጨነቅ፣ ትኩረታችን እንዲሰረቅና ይበልጥ አስፈላጊ የሆኑ መንፈሳዊ ነገሮችን ችላ እንድንል ሊያደርገን ይችላል። |
3,130 | am_tg | ኢየሱስ ለደቀ መዛሙርቱ ከልብ ስለሚያስብ፣ በተራራ ስብከቱ ላይ ይህን አደገኛ ዝንባሌ በተመለከተ አራት ጊዜ ማሳሰቢያ ሰጥቷቸዋል። | የሱስ እውን ነዚ ሓደጋ እዚ ስለ ዚፈልጥ፡ ኣብቲ ናይ ከረን ስብከቱ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ንደቀ መዛሙርቱ መሊሱ ኣርባዕተ ሳዕ ኣጠንቂቕዎም እዩ። |
3,131 | tg_am | የሱስ እውን ነዚ ሓደጋ እዚ ስለ ዚፈልጥ፡ ኣብቲ ናይ ከረን ስብከቱ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ንደቀ መዛሙርቱ መሊሱ ኣርባዕተ ሳዕ ኣጠንቂቕዎም እዩ። | ኢየሱስ ለደቀ መዛሙርቱ ከልብ ስለሚያስብ፣ በተራራ ስብከቱ ላይ ይህን አደገኛ ዝንባሌ በተመለከተ አራት ጊዜ ማሳሰቢያ ሰጥቷቸዋል። |
3,132 | am_tg | ኢየሱስ ሰዎች በየዕለቱ ምን እንደሚያስፈልጋቸው በሚገባ ያውቃል። | የሱስ ብዛዕባ እቲ ንሰባት መዓልቲ መዓልቲ ዜድልዮም ነገራት ኣጸቢቑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
3,133 | tg_am | የሱስ ብዛዕባ እቲ ንሰባት መዓልቲ መዓልቲ ዜድልዮም ነገራት ኣጸቢቑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ኢየሱስ ሰዎች በየዕለቱ ምን እንደሚያስፈልጋቸው በሚገባ ያውቃል። |
3,134 | am_tg | ከዚህም በላይ ለመቋቋም የሚያስቸግር በዓይነቱ ልዩ የሆነ ዘመን በተባለው በዚህ የመጨረሻ ቀን ውስጥ የሚኖሩ ተከታዮቹ ምን ዓይነት አስቸጋሪ ሁኔታዎች እንደሚያጋጥሟቸው ይረዳል። | ኣረ ነቲ እቶም ድሕሪ ዘመናት ኣብቲ ጽንኩር ግዜ እተባህለሉ ዳሕሮት መዓልትታት ዚነብሩ ሰዓብቱ ዜጋጥሞም ኣጸጋሚ ዅነታት እውን ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
3,135 | tg_am | ኣረ ነቲ እቶም ድሕሪ ዘመናት ኣብቲ ጽንኩር ግዜ እተባህለሉ ዳሕሮት መዓልትታት ዚነብሩ ሰዓብቱ ዜጋጥሞም ኣጸጋሚ ዅነታት እውን ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ከዚህም በላይ ለመቋቋም የሚያስቸግር በዓይነቱ ልዩ የሆነ ዘመን በተባለው በዚህ የመጨረሻ ቀን ውስጥ የሚኖሩ ተከታዮቹ ምን ዓይነት አስቸጋሪ ሁኔታዎች እንደሚያጋጥሟቸው ይረዳል። |
3,136 | am_tg | ብዙዎች ከሚያጋጥሟቸው ነገሮች መካከል እንደ ሥራ ማጣት፣ የኑሮ ውድነት፣ የምግብ እጥረትና የከፋ ድህነት ያሉ አስቸጋሪ ሁኔታዎች ይገኙበታል። | ገለ ኻብዚ ድማ ሽቕለት ኣልቦነት፡ ዝቕባበ፡ ዋሕዲ ምግቢ፡ ክቱር ድኽነት ኪጥቀስ ይከኣል። |
3,137 | tg_am | ገለ ኻብዚ ድማ ሽቕለት ኣልቦነት፡ ዝቕባበ፡ ዋሕዲ ምግቢ፡ ክቱር ድኽነት ኪጥቀስ ይከኣል። | ብዙዎች ከሚያጋጥሟቸው ነገሮች መካከል እንደ ሥራ ማጣት፣ የኑሮ ውድነት፣ የምግብ እጥረትና የከፋ ድህነት ያሉ አስቸጋሪ ሁኔታዎች ይገኙበታል። |
3,138 | am_tg | ያም ሆኖ ኢየሱስ ሕይወት ከምግብ፣ ሰውነት ከልብስ እንደሚበልጥ ተገንዝቦ ነበር። | ይኹን እምበር፡ የሱስ ህይወት ካብ ብልዒ፡ ሰብነት ከኣ ካብ ክዳን ከም ዚበልጽ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
3,139 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሱስ ህይወት ካብ ብልዒ፡ ሰብነት ከኣ ካብ ክዳን ከም ዚበልጽ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ያም ሆኖ ኢየሱስ ሕይወት ከምግብ፣ ሰውነት ከልብስ እንደሚበልጥ ተገንዝቦ ነበር። |
3,140 | am_tg | መንፈሳዊ ገነት የሚለው ሐሳብ ከምንጠቀምባቸው ቲኦክራሲያዊ አገላለጾች አንዱ ሆኗል። | እቲ መንፈሳዊ ገነት ዚብል ቃላት፡ ክፋል ቲኦክራስያዊ ቓላትና ዀይኑ እዩ። |
3,141 | tg_am | እቲ መንፈሳዊ ገነት ዚብል ቃላት፡ ክፋል ቲኦክራስያዊ ቓላትና ዀይኑ እዩ። | መንፈሳዊ ገነት የሚለው ሐሳብ ከምንጠቀምባቸው ቲኦክራሲያዊ አገላለጾች አንዱ ሆኗል። |
3,142 | am_tg | ይህ አገላለጽ ከአምላክና ከወንድሞቻችን ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን የሚያደርገውን ልዩ የሆነና በመንፈሳዊ የበለጸገ ሁኔታ ያመለክታል። | ነቲ ምስ ኣምላኽን ምስ ኣሕዋትናን ብሰላም ንኽንነብር ዜኽእለና ፍሉይ ዝዀነ ብልጹግ መንፈሳዊ ሃዋህው ወይ ኵነታት ዚገልጽ ከኣ እዩ። |
3,143 | tg_am | ነቲ ምስ ኣምላኽን ምስ ኣሕዋትናን ብሰላም ንኽንነብር ዜኽእለና ፍሉይ ዝዀነ ብልጹግ መንፈሳዊ ሃዋህው ወይ ኵነታት ዚገልጽ ከኣ እዩ። | ይህ አገላለጽ ከአምላክና ከወንድሞቻችን ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖረን የሚያደርገውን ልዩ የሆነና በመንፈሳዊ የበለጸገ ሁኔታ ያመለክታል። |
3,144 | am_tg | እርግጥ ነው፣ መንፈሳዊ ገነት እና መንፈሳዊ ቤተ መቅደስ የሚሉት ሐሳቦች አንድ እንደሆኑ አድርገን ልንደመድም አይገባም። | ኰይኑ ግና፡ እተን መንፈሳዊ ገነትን መንፈሳዊ ቤተ መቕደስን ዚብላ ስያመታት፡ ሓደ ዓይነት ትርጉም ከም ዘለወን ጌርና ኽንሓስብ የብልናን። |
3,145 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ እተን መንፈሳዊ ገነትን መንፈሳዊ ቤተ መቕደስን ዚብላ ስያመታት፡ ሓደ ዓይነት ትርጉም ከም ዘለወን ጌርና ኽንሓስብ የብልናን። | እርግጥ ነው፣ መንፈሳዊ ገነት እና መንፈሳዊ ቤተ መቅደስ የሚሉት ሐሳቦች አንድ እንደሆኑ አድርገን ልንደመድም አይገባም። |
3,146 | am_tg | መንፈሳዊ ቤተ መቅደስ የሚባለው አምላክ ከእውነተኛው አምልኮ ጋር በተያያዘ ያደረገው ዝግጅት ነው። | መንፈሳዊ ቤተ መቕደስ፡ ነቲ ኣምላኽ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝገበሮ መሰናድዎ እዩ ዜመልክት። |
3,147 | tg_am | መንፈሳዊ ቤተ መቕደስ፡ ነቲ ኣምላኽ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝገበሮ መሰናድዎ እዩ ዜመልክት። | መንፈሳዊ ቤተ መቅደስ የሚባለው አምላክ ከእውነተኛው አምልኮ ጋር በተያያዘ ያደረገው ዝግጅት ነው። |
3,148 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ መንፈሳዊው ገነት አምላክ ሞገሱን የሚያሳያቸውን እንዲሁም በመንፈሳዊው ቤተ መቅደሱ እሱን የሚያገለግሉትን ሰዎች በግልጽ ለመለየት ይረዳል። | መንፈሳዊ ገነት ግና ስምረት ኣምላኽ ዘለዎምን ሎሚ ኣብ መንፈሳዊ ቤተ መቕደሱ ዜገልግልዎ ዘለዉን መን ምዃኖም ንምልላይ የገልግል። |
3,149 | tg_am | መንፈሳዊ ገነት ግና ስምረት ኣምላኽ ዘለዎምን ሎሚ ኣብ መንፈሳዊ ቤተ መቕደሱ ዜገልግልዎ ዘለዉን መን ምዃኖም ንምልላይ የገልግል። | በሌላ በኩል ደግሞ መንፈሳዊው ገነት አምላክ ሞገሱን የሚያሳያቸውን እንዲሁም በመንፈሳዊው ቤተ መቅደሱ እሱን የሚያገለግሉትን ሰዎች በግልጽ ለመለየት ይረዳል። |
3,150 | am_tg | ጋብቻ በታሪክ ዘመናት ሁሉ የነበረ ነገር ነው። | መውስቦ ኣገዳሲ ኽፍሊ ህይወት ደቂ ሰብ እዩ። |
3,151 | tg_am | መውስቦ ኣገዳሲ ኽፍሊ ህይወት ደቂ ሰብ እዩ። | ጋብቻ በታሪክ ዘመናት ሁሉ የነበረ ነገር ነው። |
3,152 | am_tg | ጋብቻ እንዴት እንደተጀመረና ዓላማው ምን እንደሆነ መመርመራችን፣ የጋብቻን ጥምረት በተመለከተ ትክክለኛ አመለካከት እንዲኖረንና የሚያስገኛቸውን በረከቶች ይበልጥ ማጣጣም እንድንችል ይረዳናል። | ኣመሰራርታኡን ዕላማኡን ምፍላጥና፡ ብዛዕባ እዚ ርክብ እዚ ግቡእ ኣረኣእያ ኽንሕዝን ካብ በረኸቱ ተኻፈልቲ ኽንከውንን ይሕግዘና እዩ። |
3,153 | tg_am | ኣመሰራርታኡን ዕላማኡን ምፍላጥና፡ ብዛዕባ እዚ ርክብ እዚ ግቡእ ኣረኣእያ ኽንሕዝን ካብ በረኸቱ ተኻፈልቲ ኽንከውንን ይሕግዘና እዩ። | ጋብቻ እንዴት እንደተጀመረና ዓላማው ምን እንደሆነ መመርመራችን፣ የጋብቻን ጥምረት በተመለከተ ትክክለኛ አመለካከት እንዲኖረንና የሚያስገኛቸውን በረከቶች ይበልጥ ማጣጣም እንድንችል ይረዳናል። |
3,154 | am_tg | አምላክ የመጀመሪያውን ሰው አዳምን ከፈጠረ በኋላ ለእንስሳቱ ስም እንዲያወጣላቸው ወደ እሱ አመጣቸው። | ኣምላኽ ነቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ዝዀነ ኣዳም ምስ ፈጠሮ፡ ንእንስሳታት ስም ኬውጽኣሎም ኢሉ ናብ ኣዳም ኣምጽኦም። |
3,155 | tg_am | ኣምላኽ ነቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ዝዀነ ኣዳም ምስ ፈጠሮ፡ ንእንስሳታት ስም ኬውጽኣሎም ኢሉ ናብ ኣዳም ኣምጽኦም። | አምላክ የመጀመሪያውን ሰው አዳምን ከፈጠረ በኋላ ለእንስሳቱ ስም እንዲያወጣላቸው ወደ እሱ አመጣቸው። |
3,156 | am_tg | ለሰው ግን ማሟያ የሚሆን ረዳት አልነበረውም። | ንሰብኣይ ግና መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ኣይነበረቶን። |
3,157 | tg_am | ንሰብኣይ ግና መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ኣይነበረቶን። | ለሰው ግን ማሟያ የሚሆን ረዳት አልነበረውም። |
3,158 | am_tg | በመሆኑም አምላክ፣ አዳም ከባድ እንቅልፍ እንዲወስደው ካደረገ በኋላ ከጎድን አጥንቶቹ አንዷን ወስዶ ሴት አድርጎ ሠራት፤ ከዚያም ወደ አዳም አመጣት። | ስለዚ፡ ኣምላኽ ንኣዳም ከቢድ ድቃስ ኣደቀሶ፡ ሓንቲ ኻብ መሰናግለኡ ወሲዱ ድማ፡ ሰበይቱ ገይሩ ሰርሓ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኣ። |
3,159 | tg_am | ስለዚ፡ ኣምላኽ ንኣዳም ከቢድ ድቃስ ኣደቀሶ፡ ሓንቲ ኻብ መሰናግለኡ ወሲዱ ድማ፡ ሰበይቱ ገይሩ ሰርሓ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኣ። | በመሆኑም አምላክ፣ አዳም ከባድ እንቅልፍ እንዲወስደው ካደረገ በኋላ ከጎድን አጥንቶቹ አንዷን ወስዶ ሴት አድርጎ ሠራት፤ ከዚያም ወደ አዳም አመጣት። |
3,160 | am_tg | ከዚህ ማየት እንደሚቻለው የጋብቻ መሥራች አምላክ ነው። | በዚ ኸምዚ፡ ኣምላኽ ንመውስቦ ሰረቶ። |
3,161 | tg_am | በዚ ኸምዚ፡ ኣምላኽ ንመውስቦ ሰረቶ። | ከዚህ ማየት እንደሚቻለው የጋብቻ መሥራች አምላክ ነው። |
3,162 | am_tg | ይሖዋ ሰው ከአባቱና ከእናቱ ይለያል፤ ከሚስቱም ጋር ይጣበቃል፤ ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ ብሎ ተናግሮ ነበር፤ ኢየሱስም ይህንኑ መሠረታዊ ሥርዓት በድጋሚ ተናግሯል። | የሱስ ድማ፡ የሆዋ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ፡ ክልቲኦም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ ኸም ዝበለ መረጋገጺ ሂቡ ኣሎ። |
3,163 | tg_am | የሱስ ድማ፡ የሆዋ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ፡ ክልቲኦም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ ኸም ዝበለ መረጋገጺ ሂቡ ኣሎ። | ይሖዋ ሰው ከአባቱና ከእናቱ ይለያል፤ ከሚስቱም ጋር ይጣበቃል፤ ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ ብሎ ተናግሮ ነበር፤ ኢየሱስም ይህንኑ መሠረታዊ ሥርዓት በድጋሚ ተናግሯል። |
3,164 | am_tg | አምላክ የመጀመሪያዋን ሴት ሔዋንን የፈጠራት ከአዳም የጎድን አጥንት መሆኑ፣ ባልና ሚስት ምን ያህል የጠበቀ ጥምረት እንዳላቸው ለመጀመሪያዎቹ ጥንዶች አስገንዝቧቸው መሆን አለበት። | ኣምላኽ ነታ ቐዳመይቲ ሰበይቲ በታ ኻብ ኣዳም እተወስደት መሰንገለ ገይሩ ምፍጣሩ፡ ነቶም ቀዳሞት ሰብኣይን ሰበይትን ከም ዚቀራረቡ ገይርዎም እዩ። |
3,165 | tg_am | ኣምላኽ ነታ ቐዳመይቲ ሰበይቲ በታ ኻብ ኣዳም እተወስደት መሰንገለ ገይሩ ምፍጣሩ፡ ነቶም ቀዳሞት ሰብኣይን ሰበይትን ከም ዚቀራረቡ ገይርዎም እዩ። | አምላክ የመጀመሪያዋን ሴት ሔዋንን የፈጠራት ከአዳም የጎድን አጥንት መሆኑ፣ ባልና ሚስት ምን ያህል የጠበቀ ጥምረት እንዳላቸው ለመጀመሪያዎቹ ጥንዶች አስገንዝቧቸው መሆን አለበት። |
3,166 | am_tg | አምላክ፣ ባልና ሚስት እንዲፋቱ ወይም በትዳር ጓደኛቸው ላይ ሌላ ደርበው እንዲያገቡ ዓላማው አልነበረም። | ኪፋትሑ ወይ ሓደ ሰብ ልዕሊ ሓደ መጻምድቲ ኺህልዎ እተሰርዐ ስርዓት ኣይነበረን። |
3,167 | tg_am | ኪፋትሑ ወይ ሓደ ሰብ ልዕሊ ሓደ መጻምድቲ ኺህልዎ እተሰርዐ ስርዓት ኣይነበረን። | አምላክ፣ ባልና ሚስት እንዲፋቱ ወይም በትዳር ጓደኛቸው ላይ ሌላ ደርበው እንዲያገቡ ዓላማው አልነበረም። |
3,168 | am_tg | አንድ ባልና ሚስት በትዳራቸው ውስጥ እልባት ያላገኘ ከባድ ችግር በሚኖርበት ጊዜ ከሁለት አንዳቸው አሊያም ሁለቱም ለመለያየት ወይም ለመፋታት ሊያስቡ ይችላሉ። | ኣብ ሓዳር እተፈጥረ ኸቢድ ጸገም ከይተፈትሐ እንተ ጸኒሑ፡ ሓዲኦም ወይ ክልቲኦም ብዛዕባ ፍልልይ ወይ ፍትሕ ኪሓስቡ ይጅምሩ እዮም። |
3,169 | tg_am | ኣብ ሓዳር እተፈጥረ ኸቢድ ጸገም ከይተፈትሐ እንተ ጸኒሑ፡ ሓዲኦም ወይ ክልቲኦም ብዛዕባ ፍልልይ ወይ ፍትሕ ኪሓስቡ ይጅምሩ እዮም። | አንድ ባልና ሚስት በትዳራቸው ውስጥ እልባት ያላገኘ ከባድ ችግር በሚኖርበት ጊዜ ከሁለት አንዳቸው አሊያም ሁለቱም ለመለያየት ወይም ለመፋታት ሊያስቡ ይችላሉ። |
3,170 | am_tg | ባለትዳሮች ከትዳር ጓደኛቸው ጋር መለያየትን እንደ ቀላል ነገር ሊያዩት አይገባም። | ምስ መጻምድትኻ ምፍልላይ፡ ኣፍኲስካ ኺርአ የብሉን። |
3,171 | tg_am | ምስ መጻምድትኻ ምፍልላይ፡ ኣፍኲስካ ኺርአ የብሉን። | ባለትዳሮች ከትዳር ጓደኛቸው ጋር መለያየትን እንደ ቀላል ነገር ሊያዩት አይገባም። |
3,172 | am_tg | በትዳር ውስጥ ከባድ ችግሮች በሚኖሩበት ጊዜ መለያየት መፍትሔ ቢመስልም እንዲህ ማድረጉ በአብዛኛው ተጨማሪ ችግሮች ያስከትላል። | ከቢድ ጸገማት ኣብ ዚለዓለሉ እዋን ምፍልላይ ዚሓይሽ እኳ እንተ መሰለ፡ ከምኡ ምግባር ግና መብዛሕትኡ ግዜ ዝገደደ ጸገማት እዩ ዚፈጥር። |
3,173 | tg_am | ከቢድ ጸገማት ኣብ ዚለዓለሉ እዋን ምፍልላይ ዚሓይሽ እኳ እንተ መሰለ፡ ከምኡ ምግባር ግና መብዛሕትኡ ግዜ ዝገደደ ጸገማት እዩ ዚፈጥር። | በትዳር ውስጥ ከባድ ችግሮች በሚኖሩበት ጊዜ መለያየት መፍትሔ ቢመስልም እንዲህ ማድረጉ በአብዛኛው ተጨማሪ ችግሮች ያስከትላል። |
3,174 | am_tg | ይሖዋ፣ ሰው አባትና እናቱን ትቶ ከሚስቱ ጋር እንደሚጣበቅ ተናግሯል፤ ኢየሱስም ይህን ሐሳብ በድጋሚ ከተናገረ በኋላ አምላክ ያጣመረውን ማንም ሰው አይለያየው ብሏል። | የሱስ፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ሓዲጉ ምስ ሰበይቱ ኸም ዚጠብቕ እተዛረቦ ሓሳብ ድሕሪ ምድጋሙ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶስ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይፍለዮ ኢሉ እዩ። |
3,175 | tg_am | የሱስ፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ሓዲጉ ምስ ሰበይቱ ኸም ዚጠብቕ እተዛረቦ ሓሳብ ድሕሪ ምድጋሙ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶስ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይፍለዮ ኢሉ እዩ። | ይሖዋ፣ ሰው አባትና እናቱን ትቶ ከሚስቱ ጋር እንደሚጣበቅ ተናግሯል፤ ኢየሱስም ይህን ሐሳብ በድጋሚ ከተናገረ በኋላ አምላክ ያጣመረውን ማንም ሰው አይለያየው ብሏል። |
3,176 | am_tg | ይህ ጥቅስ ባልና ሚስት ራሳቸውም ቢሆኑ አምላክ ያጣመረውን መለያየት እንደሌለባቸው ያጎላል። | እዚ ኸኣ፡ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ እውን እንተ ዀኑ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ ኺፈልይዎ ኸም ዘይግባእ ዜመልክት እዩ። |
3,177 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ እውን እንተ ዀኑ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ ኺፈልይዎ ኸም ዘይግባእ ዜመልክት እዩ። | ይህ ጥቅስ ባልና ሚስት ራሳቸውም ቢሆኑ አምላክ ያጣመረውን መለያየት እንደሌለባቸው ያጎላል። |
3,178 | am_tg | በይሖዋ ፊት ጋብቻ የዕድሜ ልክ ጥምረት ነው። | የሆዋ ንመውስቦ ኣብ ምሉእ ህይወት ከም ዚቕጽል ማእሰር ገይሩ እዩ ዚርእዮ። |
3,179 | tg_am | የሆዋ ንመውስቦ ኣብ ምሉእ ህይወት ከም ዚቕጽል ማእሰር ገይሩ እዩ ዚርእዮ። | በይሖዋ ፊት ጋብቻ የዕድሜ ልክ ጥምረት ነው። |
3,180 | am_tg | ማናችንም ብንሆን በአምላክ ፊት ተጠያቂዎች ነን፤ ባለትዳሮች ይህን ማስታወሳቸው፣ ችግሮች ተባብሰው ከባድ ደረጃ ከመድረሳቸው በፊት ዛሬ ነገ ሳይሉ መፍትሔ ለማግኘት ከልባቸው ጥረት እንዲያደርጉ ይረዳቸዋል። | ኵላትና ንኣምላኽ ጸብጻብ ከም እንህብ ምፍላጥና፡ ኣብ ሓዳር ጸገማት ኬጋጥም ከሎ፡ እቲ ጸገም ገና ኸይዓበየ ብኣጋኡ ንምፍታሑ ኣበርቲዕና ኽንጽዕር ኪድርኸና ይግባእ። |
3,181 | tg_am | ኵላትና ንኣምላኽ ጸብጻብ ከም እንህብ ምፍላጥና፡ ኣብ ሓዳር ጸገማት ኬጋጥም ከሎ፡ እቲ ጸገም ገና ኸይዓበየ ብኣጋኡ ንምፍታሑ ኣበርቲዕና ኽንጽዕር ኪድርኸና ይግባእ። | ማናችንም ብንሆን በአምላክ ፊት ተጠያቂዎች ነን፤ ባለትዳሮች ይህን ማስታወሳቸው፣ ችግሮች ተባብሰው ከባድ ደረጃ ከመድረሳቸው በፊት ዛሬ ነገ ሳይሉ መፍትሔ ለማግኘት ከልባቸው ጥረት እንዲያደርጉ ይረዳቸዋል። |
3,182 | am_tg | ዳንኤልና ጓደኞቹ በግዞት በተወሰዱበት ወቅት ባቢሎናውያን፣ እነዚህን ወጣቶች የከለዳውያንን ቋንቋ በማስተማር ከባሕሉ ጋር እንዲዋሃዱ ለማድረግ ሞክረው ነበር። | ዳንኤልን ብጾቱን ተማሪኾም ናብ ባቢሎን ምስ ተወስዱ፡ ባቢሎናውያን ቋንቋ ከለዳውያን ብምምሃር ንባህሎም ኬላምድዎም ፈቲኖም እዮም። |
3,183 | tg_am | ዳንኤልን ብጾቱን ተማሪኾም ናብ ባቢሎን ምስ ተወስዱ፡ ባቢሎናውያን ቋንቋ ከለዳውያን ብምምሃር ንባህሎም ኬላምድዎም ፈቲኖም እዮም። | ዳንኤልና ጓደኞቹ በግዞት በተወሰዱበት ወቅት ባቢሎናውያን፣ እነዚህን ወጣቶች የከለዳውያንን ቋንቋ በማስተማር ከባሕሉ ጋር እንዲዋሃዱ ለማድረግ ሞክረው ነበር። |
3,184 | am_tg | ከዚህም ሌላ እንዲያሠለጥናቸው የተመደበው የቤተ መንግሥት ባለሥልጣን የባቢሎናውያን ስም አወጣላቸው። | ብዘይካዚ፡ እቲ ንስልጠናኦም ዚከታተል ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ፡ ስማት ባቢሎናውያን ኣውጺኡሎም እዩ። |
3,185 | tg_am | ብዘይካዚ፡ እቲ ንስልጠናኦም ዚከታተል ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ፡ ስማት ባቢሎናውያን ኣውጺኡሎም እዩ። | ከዚህም ሌላ እንዲያሠለጥናቸው የተመደበው የቤተ መንግሥት ባለሥልጣን የባቢሎናውያን ስም አወጣላቸው። |
3,186 | am_tg | ለዳንኤል የተሰጠው ስም የባቢሎን ዋነኛ አምላክ ከሆነው ከቤል ጋር የተያያዘ ነበር። | እቲ ንዳንኤል እተዋህቦ ስም፡ ቤል ምስ ዚብሃል ቀንዲ ኣምላኽ ባቢሎን ዚተሓሓዝ እዩ ነይሩ። |
3,187 | tg_am | እቲ ንዳንኤል እተዋህቦ ስም፡ ቤል ምስ ዚብሃል ቀንዲ ኣምላኽ ባቢሎን ዚተሓሓዝ እዩ ነይሩ። | ለዳንኤል የተሰጠው ስም የባቢሎን ዋነኛ አምላክ ከሆነው ከቤል ጋር የተያያዘ ነበር። |
3,188 | am_tg | ንጉሥ ናቡከደነጾር ይህን ያደረገው በዳንኤል አስተሳሰብ ላይ ተጽዕኖ ለማሳደር ይኸውም አምላኩ ይሖዋ፣ ለባቢሎን አምላክ እንደተገዛ ሆኖ እንዲሰማው ለማድረግ ፈልጎ ሊሆን ይችላል። | ንጉስ ነቡካድነጻር ንዳንኤል፡ ኣምላኽ ባቢሎናውያን ካብ የሆዋ ኸም ዚበልጽ ገይሩ ኼእምኖ ደልዩ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
3,189 | tg_am | ንጉስ ነቡካድነጻር ንዳንኤል፡ ኣምላኽ ባቢሎናውያን ካብ የሆዋ ኸም ዚበልጽ ገይሩ ኼእምኖ ደልዩ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ንጉሥ ናቡከደነጾር ይህን ያደረገው በዳንኤል አስተሳሰብ ላይ ተጽዕኖ ለማሳደር ይኸውም አምላኩ ይሖዋ፣ ለባቢሎን አምላክ እንደተገዛ ሆኖ እንዲሰማው ለማድረግ ፈልጎ ሊሆን ይችላል። |
3,190 | am_tg | ዳንኤል የንጉሡ ምርጥ ምግብ ቢቀርብለትም በዚህ ምግብ ላለመርከስ በልቡ ቁርጥ ውሳኔ አድርጓል። | ዳንኤል ጥዑም ብልዒ ንጉስ እኳ እንተ ቐረበሉ፡ ንሱ ግና ከይረክስ ብልቡ ቘረጸ። |
3,191 | tg_am | ዳንኤል ጥዑም ብልዒ ንጉስ እኳ እንተ ቐረበሉ፡ ንሱ ግና ከይረክስ ብልቡ ቘረጸ። | ዳንኤል የንጉሡ ምርጥ ምግብ ቢቀርብለትም በዚህ ምግብ ላለመርከስ በልቡ ቁርጥ ውሳኔ አድርጓል። |
3,192 | am_tg | ዳንኤል ቅዱሳን መጻሕፍትን በአፍ መፍቻ ቋንቋው ያጠና ስለነበር በሌላ አገር ቢኖርም መንፈሳዊነቱን ሊጠብቅ ችሏል። | ቅዱሳት መጻሕፍቲ ብቛንቋ ኣዲኡ የጽንዕ ስለ ዝነበረ፡ ኣብ ዓዲ ጓና እናነበረ መንፈሳዊ ጥዕናኡ ኺሕሉ ኽኢሉ እዩ። |
3,193 | tg_am | ቅዱሳት መጻሕፍቲ ብቛንቋ ኣዲኡ የጽንዕ ስለ ዝነበረ፡ ኣብ ዓዲ ጓና እናነበረ መንፈሳዊ ጥዕናኡ ኺሕሉ ኽኢሉ እዩ። | ዳንኤል ቅዱሳን መጻሕፍትን በአፍ መፍቻ ቋንቋው ያጠና ስለነበር በሌላ አገር ቢኖርም መንፈሳዊነቱን ሊጠብቅ ችሏል። |
3,194 | am_tg | ግርጌ በመሆኑም ወደ ባቢሎን ከተወሰደ ከ70 ዓመታት ገደማ በኋላም እንኳ የሚታወቀው በዕብራይስጥ ስሙ ነበር። | ፡ እ.ጽ. ስለዚ፡ ካብቲ ናብ ባቢሎን ዝኸደሉ ድሕሪ 70 ዓመት ኣቢሉ እውን እንተ ዀነ በቲ ናይ እብራይስጢ ስሙ እዩ ዚፍለጥ ነይሩ። |
3,195 | tg_am | ፡ እ.ጽ. ስለዚ፡ ካብቲ ናብ ባቢሎን ዝኸደሉ ድሕሪ 70 ዓመት ኣቢሉ እውን እንተ ዀነ በቲ ናይ እብራይስጢ ስሙ እዩ ዚፍለጥ ነይሩ። | ግርጌ በመሆኑም ወደ ባቢሎን ከተወሰደ ከ70 ዓመታት ገደማ በኋላም እንኳ የሚታወቀው በዕብራይስጥ ስሙ ነበር። |
3,196 | am_tg | ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱ ምሥራቹን ለመስበክ የትኞቹን ዘዴዎች ተጠቅመዋል? | የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ነቲ ብስራት ንምስባኽ እንታይ ሜላታት እዮም ተጠቒሞም፧ |
3,197 | tg_am | የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ነቲ ብስራት ንምስባኽ እንታይ ሜላታት እዮም ተጠቒሞም፧ | ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱ ምሥራቹን ለመስበክ የትኞቹን ዘዴዎች ተጠቅመዋል? |
3,198 | am_tg | ምሥራቹን ለማድረስ፣ ሰዎች በብዛት ወደሚገኙባቸው ቦታዎችና ከቤት ወደ ቤት ሄደዋል። | ሰባት ናብ ዚርከቡሉ ዘበለ፡ ማለት ብግህዶ ናብ ዚርአ ቦታታን ናብ ኣባይትን እዮም ከይዶም። |
3,199 | tg_am | ሰባት ናብ ዚርከቡሉ ዘበለ፡ ማለት ብግህዶ ናብ ዚርአ ቦታታን ናብ ኣባይትን እዮም ከይዶም። | ምሥራቹን ለማድረስ፣ ሰዎች በብዛት ወደሚገኙባቸው ቦታዎችና ከቤት ወደ ቤት ሄደዋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.