Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,900
am_tg
ለአምላክ ታማኝ ባለመሆናቸው ከጊዜ በኋላ ኢየሱስ እነሆ፣ ቤታችሁ ለእናንተ የተተወ ይሆናል ብሏቸዋል።
ንኣምላኽ እሙናት ስለ ዘይኰኑ ድማ፡ የሱስ ጸኒሑ፡ እንሆ፡ ቤትኩም ክትጥንጠነልኩም እያ በሎም።
4,901
tg_am

4,902
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ እስራኤላውያንን ትቶ በረከቱን አዲስ በተቋቋመው የክርስቲያን ጉባኤ ላይ አደረገ።
በዚ ኸምዚ፡ የሆዋ ንእስራኤል ሓዲጉ፡ ነታ ሓዳስ እተመስረተት ክርስትያናዊት ጉባኤ ኺባርኻ ጀመረ።
4,903

4,904
am_tg
የይሖዋ ሕዝቦች ትሕትና የሚያዳብሩ ከሆነ ኢየሱስ በተራራው ስብከቱ ላይ የተናገረውን አስፈላጊ መሠረታዊ ሥርዓት ተግባራዊ ያደርጋሉ።
ህዝቢ የሆዋ ትሕትና ብምርኣይ፡ ነቲ የሱስ ዝሃቦ ኣገዳሲ ስርዓት ይእዘዙ እዮም።
4,905

4,906
am_tg
ኢየሱስ እንዲህ ብሏል፦ ባልንጀራህን ውደድ፤ ጠላትህን ጥላ እንደተባለ ሰምታችኋል።
የሱስ ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከት ከምዚ በለ፦ ብጻይካ ኣፍቅር፡ ጸላኢኻ ድማ ጽላእ ከም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
4,907

4,908
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፦ ጠላቶቻችሁን ውደዱ እንዲሁም ስደት ለሚያደርሱባችሁ ጸልዩ፤ ይህን ብታደርጉ በሰማያት ላለው አባታችሁ ልጆች ትሆናላችሁ፤ እሱ በክፉዎችም ሆነ በጥሩ ሰዎች ላይ ፀሐዩን ያወጣልና፤ በጻድቃንም ሆነ ጻድቃን ባልሆኑ ሰዎች ላይ ዝናብ ያዘንባል።
ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ጸላእትኹም ኣፍቅሩ፡ ምእንቲ እቶም ዚሰጕጉኹም እውን ጸልዩ፣ ውሉዳት እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም ከኣ ክትኰኑ ኢኹም፣ ንሱ ንእኩያትን ንሕያዎትን ጸሓይ የብርቕ፡ ንጻድቃንን ንሓጥኣንን ከኣ ዝናም የዝንም እዩ።
4,909

4,910
am_tg
በእርግጥም የአምላክ አገልጋዮች እንደመሆናችን መጠን፣ ሰዎች ለእኛ ያላቸው አመለካከት ምንም ይሁን ምን ጠላቶቻችንን መውደድን መማር አለብን።
እወ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፡ ንዓና ዘለዎም ኣመለኻኽታ ብዘየገድስ፡ ጸላእትና ምፍቃር ክንመሃር ኣሎና።
4,911

4,912
am_tg
የይሖዋ ሕዝቦች እሱንና ባልንጀራቸውን እንደሚወዱ በአመለካከታቸውም ሆነ በድርጊታቸው፣ በሁሉም የሕይወታቸው ዘርፎች ማሳየት ይኖርባቸዋል።
ህዝቢ የሆዋ ኣብ ኵሉ መዳያት ህይወቶም ብኣመለኻኽታኦምን ብተግባሮምን ንየሆዋን ንብጾቶምን ከም ዜፍቅሩ ኼርእዩ ኣለዎም።
4,913

4,914
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ የመንግሥቱን መልእክት የማይቀበሉ ሰዎችም እንኳ በሚቸገሩበት ጊዜ ፍቅር እናሳያቸዋለን።
ንኣብነት፡ ነቶም ንመልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዘይቅበልዎ ሰባት ኪሽገሩ ኸለዉ ብምሕጋዝ፡ ንብጾትና ፍቕሪ ኸም ዘላትና ነርእዮም ኢና።
4,915

4,916
am_tg
አስቀድሞ የተነገረው የስብከት ሥራ የሚቆየው ለምን ያህል ጊዜ ነው?
እቲ ብትንቢት እተነግረ ዕዮ ስብከት ንኽንደይ ዚኣክል ግዜ እዩ ኪቕጽል፧
4,917

4,918
am_tg
ኢየሱስ ይህ ዓለም አቀፋዊ የስብከት ሥራ በመጨረሻዎቹ ቀናት ውስጥም እንደሚከናወንና ከዚያም መጨረሻው እንደሚመጣ ተናግሯል።
የሱስ እዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ እዚ ኣብ ብምሉኡ እቲ ዳሕሮት መዓልትታት ድሕሪ ምቕጻሉ፡ ሽዑ፡ መወዳእታ ኺመጽእ እዩ በለ።
4,919

4,920
am_tg
ታሪካዊ በሆኑት በእነዚህ የመጨረሻ ቀናት ውስጥ ምሥራቹን እየሰበከ ያለ ሌላ ሃይማኖታዊ ቡድን አለ?
ኣብዘን ኣገደስቲ ዳሕሮት መዓልትታት እዚአን ነቲ ብስራት ብቐጻሊ ኺሰብኩ ዝኸኣሉ ኻልኦት ኣባላት ጕጅለ ሃይማኖት ኣለዉዶ፧
4,921

4,922
am_tg
በአገልግሎት ላይ የምናገኛቸው አንዳንድ ሰዎች መንፈስ ቅዱስ ያለን እኛ ነን፤ ሥራውን የምታከናውኑት ግን እናንተ ናችሁ ይሉናል።
ገሊኦም ኣብ ኣገልግሎት እንረኽቦም ሰባት፡ ንሕና መንፈስ ቅዱስ ኣሎና፣ ንስኻትኩም ግና ነቲ ዕዮ ትዓይይዎ ኣለኹም ይብሉ እዮም።
4,923

4,924
am_tg
ይሁን እንጂ በሥራው በጽናት መቀጠላችን የአምላክ መንፈስ እንዳለን የሚያሳይ ማስረጃ አይደለም?
ግናኸ፡ ነዚ ዕዮ እዚ ጸኒዕና ኽንዓዪ ምኽኣልና፡ መንፈስ ኣምላኽ ከም ዘሎና ዚሕብር መርትዖ ደይኰነን፧
4,925

4,926
am_tg
አንዳንድ ሃይማኖታዊ ቡድኖች የይሖዋ ምሥክሮች አዘውትረው የሚያከናውኑትን ሥራ ለመሥራት የሞከሩባቸው ጊዜያት አሉ፤ ይሁንና አብዛኛውን ጊዜ ጥረታቸው ውጤታማ አልሆነም።
ሓሓሊፎም፡ እተወሰኑ ጕጅለታት ሃይማኖት ነቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣዘውቲሮም ዚዓይዎ ዕዮ ኺዓይዩ ፈቲኖም እዮም፣ ጻዕርታቶም ግና መብዛሕትኡ ግዜ ፈሺሉ እዩ ዚተርፍ።
4,927

4,928
am_tg
ሌሎች ደግሞ በሚስዮናዊነት ሥራ ለተወሰነ ጊዜ ቢሳተፉም ብዙም ሳይቆይ ወደ ወትሮው ኑሯቸው ይመለሳሉ።
ገሊኦም ድማ ንእተወሰነ እዋን ኣብቲ ሚስዮናዊ ንጥፈታት ዚብልዎ ይጽመዱ እሞ ድሕሪኡ ናብ ንቡር ናብራኦም ይምለሱ እዮም።
4,929

4,930
am_tg
ከቤት ወደ ቤት ለመሄድ የሚሞክሩም አሉ፤ ሆኖም የሚሰብኩት ስለ ምንድን ነው?
ገሊኦም ኣብ በቤት ኪኸዱ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ግናኸ እንታይ እዮም ዚሰብኩ፧
4,931

4,932
am_tg
የዚህ ጥያቄ መልስ እነዚህ ሰዎች ክርስቶስ የጀመረውን ሥራ እያከናወኑ እንዳልሆኑ በግልጽ ያሳያል።
መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ነቲ ክርስቶስ ዝጀመሮ ዕዮ ይፍጽሙ ኸም ዘየለዉ ንጹር ይግበሮ እዩ።
4,933

4,934
am_tg
‘ለመስተካከል እና አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ሁልጊዜ ጥረት ማድረግ ያስፈልጋል።
‘ክንቀንዕን ሓድሽ ስብእና ኺህልወናን እንተ ዀይኑ፡ ቀጻሊ ጻዕሪ የድልየና እዩ።
4,935

4,936
am_tg
ጳውሎስ ለእምነት አጋሮቹ የሚከተለውን ማሳሰቢያ ሰጥቷል፦ ከቀድሞ አኗኗራችሁ ጋር የሚስማማውንና አታላይ በሆነው ምኞቱ እየተበላሸ የሚሄደውን አሮጌውን ስብዕናችሁን አውልቃችሁ እንድትጥሉ ተምራችኋል።
ጳውሎስ ንክርስትያናት ብጾቱ፡ ነቲ ኸምቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ኣነባብራኹም ዝዀነ ብዜታልል ትምኒቱ ዚበላሾ ኣረጊት ስብእና ኽትቅንጥጡ ተማሂርኩም ኢኹም።
4,937

4,938
am_tg
ደግሞም አእምሯችሁን የሚያሠራው ኃይል እየታደሰ ይሂድ፤ እንዲሁም እንደ አምላክ ፈቃድ የተፈጠረውንና ከእውነተኛ ጽድቅና ታማኝነት ጋር የሚስማማውን አዲሱን ስብዕና መልበስ ይኖርባችኋል።
ብኣተሓሳስባኹም ከኣ ብቐጻሊ ተሓደሱ፣ ብናይ ሓቂ ጽድቅን ተኣማንነትን ከም ፍቓድ ኣምላኽ እተፈጥረ ሓድሽ ስብእና ድማ ልበሱ ኢሉ ኣዘኻኺርዎም እዩ።
4,939

4,940
am_tg
እየታደሰ ይሂድ የሚለው አገላለጽ አዲሱን ስብዕና መልበስ ቀጣይነት ያለው ሂደት መሆኑን ይጠቁማል።
እተን ብቐጻሊ ተሓደሱ ዚብላ ቓላት፡ እቲ ሓድሽ ስብእና ናይ ምልባስ ተግባር ቀጻሊ መስርሕ ምዃኑ ይሕብራ።
4,941

4,942
am_tg
ይህን ማወቅ የሚያበረታታ ነው፤ ምክንያቱም ይሖዋን በማገልገል ያሳለፍነው ጊዜ ምንም ያህል ቢሆን፣ አዲሱን ስብዕና ለመልበስ የሚረዱንን ክርስቲያናዊ ባሕርያት ምንጊዜም እያዳበርንና እያሻሻልን መሄድ እንደምንችል ማረጋገጫ ይሰጠናል።
ንየሆዋ ዘገልገልናሉ ንውሓት ግዜ ብዘየገድስ፡ ነቲ ሓድሽ ስብእና ዜቕውም ክርስትያናዊ ባህርያትና ብቐጻሊ ኸነማዕብልን ከነመሓይሽን ስለ እንኽእል፡ እዚ የተባብዓና እዩ።
4,943

4,944
am_tg
በእርግጥም መጽሐፍ ቅዱስ በሕይወታችን ውስጥ ምንጊዜም ለውጥ ማምጣት ይችላል።
እወ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብቐጻሊ ንህይወትና ኪቕይሮ ይኽእል እዩ።
4,945

4,946
am_tg
የኢየሱስ ደቀ መዛሙርት፣ ኢየሱስ በገሊላ ባሕር ላይ ሲራመድ አዩት።
ደቀ መዛሙርቲ ብሃንደበት ንየሱስ ኣብ ባሕሪ ገሊላ ኪኸይድ ረኣይዎ።
4,947

4,948
am_tg
ጴጥሮስ ኢየሱስን ጠርቶ በውኃው ላይ እየተራመደ ወደ እሱ መምጣት ይችል እንደሆነ ጠየቀው።
ጴጥሮስ ከኣ ንየሱስ፡ ብማየ ማይ ክመጸካ ኣዝዘኒ ኢሉ ተዛረቦ።
4,949

4,950
am_tg
ኢየሱስም እንዲመጣ ሲነግረው ጴጥሮስ ከጀልባዋ ላይ ወርዶ በሚናወጠው ውኃ ላይ በተአምር እየተራመደ ወደ ኢየሱስ ሄደ።
የሱስ ንዓ ምስ በሎ፡ ጴጥሮስ ካብታ ጃልባ ወሪዱ፡ ብተኣምራዊ መገዲ ኣብ ልዕሊ እቲ ማዕበል ኪኸይድ ጀመረ።
4,951

4,952
am_tg
ብዙም ሳይቆይ ግን ጴጥሮስ መስመጥ ጀመረ።
ድሕሪ እተወሰነ ህሞት ግና ኪጥሕል ጀመረ።
4,953
tg_am
ድሕሪ እተወሰነ ህሞት ግና ኪጥሕል ጀመረ።
ብዙም ሳይቆይ ግን ጴጥሮስ መስመጥ ጀመረ።
4,954
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
4,955
tg_am
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
ለምን?
4,956
am_tg
ምክንያቱም ማዕበሉን ሲያይ ፈራ።
ነቲ ህቦብላ ንፋስ ምስ ረኣየ ስለ ዝፈርሀ እዩ።
4,957
tg_am
ነቲ ህቦብላ ንፋስ ምስ ረኣየ ስለ ዝፈርሀ እዩ።
ምክንያቱም ማዕበሉን ሲያይ ፈራ።
4,958
am_tg
ጴጥሮስ፣ ኢየሱስ እንዲረዳው ጮኸ፤ እሱም ወዲያውኑ እጁን ዘርግቶ ያዘውና ከላይ ያለውን ተናገረ።
ጴጥሮስ ከኣ ናብ የሱስ ኣእወየ፣ ንሱ ብኡብኡ ኢዱ ዘርጊሑ ሓዞ እሞ፡ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ቓላት በሎ።
4,959

4,960
am_tg
ጴጥሮስ ከጀልባዋ ወርዶ በውኃው ላይ እንዲራመድ ያስቻለው እምነት ነው።
ጴጥሮስ ብማየ ማይ ኪኸይድ ኢሉ ኻብታ ጃልባ ኺወርድ ከሎ፡ ብእምነት እዩ ገይርዎ።
4,961

4,962
am_tg
ኢየሱስ ጴጥሮስን ሲጠራው ጴጥሮስ የአምላክ ኃይል ኢየሱስን እንደረዳው ሁሉ እሱንም ሊረዳው እንደሚችል ተማምኖ ነበር።
ከመይሲ፡ የሱስ ጸዊዕዎ እዩ፣ ሓይሊ ኣምላኽ ከምቲ ንየሱስ ዚሕግዞ ዝነበረ፡ ንዕኡ እውን ከም ዚሕግዞ እምንቶ ነይርዎ እዩ።
4,963

4,964
am_tg
እኛም በተመሳሳይ ራሳችንን ለይሖዋ እንድንወስንና እንድንጠመቅ ያስቻለን እምነታችን ነው።
ብተመሳሳሊ፡ ርእስና ንየሆዋ ኽንውፍን ክንጥመቕን ከለና፡ ብእምነት ኢና ኸምኡ እንገብር።
4,965

4,966
am_tg
ኢየሱስ የእሱ ተከታዮች እንድንሆን ይኸውም ፈለጉን እንድንከተል ጠርቶናል።
የሱስ ሰዓብቱ ኽንከውን፡ ማለት ኣሰሩ ኽንስዕብ ጸዊዑና እዩ።
4,967

4,968
am_tg
ኢየሱስም ሆነ አምላክ በተለያዩ መንገዶች እንደሚረዱን በመተማመን በእነሱ ላይ እምነት እንዳለን ማሳየት ይኖርብናል።
የሱስን ኣምላኽን ብእተፈላለየ መገድታት ከም ዚድግፉና ርግጸኛታት ስለ እንኸውን፡ ብኣታቶም ንኣምን ኢና።
4,969

4,970
am_tg
አንድ አፍቃሪ አባት ቅድሚያ ከሚሰጣቸው ነገሮች አንዱ ቤተሰቡን ከጉዳት ወይም አደጋ ሊያደርስ ከሚችል ነገር መጠበቅ ወይም መታደግ እንደሆነ ግልጽ ነው።
ሓደ ኻብቲ ፈቃር ኣቦ ቐዳምነት ዚህቦ ነገራት፡ ኣባላት ስድራ ቤቱ ጕድኣት ወይ ከቢድ ሓደጋ ኸየጋጥሞም ምዕቋብን ምሕላውን እዩ።
4,971

4,972
am_tg
በሰማይ የሚኖረው አባታችን ይሖዋ ከዚህ ያነሰ ነገር እንደማያደርግ የታወቀ ነው።
እቲ ሰማያዊ ኣቦና ዝዀነ የሆዋ እውን ከምኡ እዩ ዚገብር።
4,973

4,974
am_tg
አንድ ምሳሌ እንመልከት።
ሓደ ኣብነት እስከ ንርአ።
4,975
tg_am
ሓደ ኣብነት እስከ ንርአ።
አንድ ምሳሌ እንመልከት።
4,976
am_tg
መቼም ለዓይንህ በጣም እንደምትሳሳ ግልጽ ነው! ይሖዋ ለሕዝቡ ያለው ስሜትም ልክ እንደዚህ ነው።
ንኣዒንትኻ ኽሳዕ ክንደይ ክቡራት ጌርካ ዀን ኢኻ እትርእየን! የሆዋ እውን ብዛዕባ ህዝቡ ኸምኡ እዩ ዚስምዖ።
4,977

4,978
am_tg
በእርግጥም አምላክ ለሕዝቡ በጣም ይሳሳል! እርግጥ ነው፣ ይሖዋ እንደ እስጢፋኖስ ያሉ ታማኝ አገልጋዮቹ በጠላቶቻቸው እጅ ሕይወታቸው እንዲያልፍ የፈቀደበት ጊዜ አለ።
የሆዋ ንህዝቡ ኽሳዕ ክንደይ ኰን እዩ ኣኽቢሩ ዚርእዮም! ሓድሓደ ግዜ፡ የሆዋ ኸም እኒ እስጢፋኖስ ዝበሉ እሙናት ኣገልገልቱ ብጸላእቲ ኪቕተሉ ፈቒዱ እዩ።
4,979

4,980
am_tg
ይሁንና አምላክ የሰይጣንን መሠሪ ዘዴዎች መቋቋም እንዲችሉ ወቅታዊ ማስጠንቀቂያዎችን በመስጠት ሕዝቡን በአጠቃላይ ከአደጋ ይጠብቃል።
ኰይኑ ግና፡ ኣምላኽ ብዛዕባ ፍሕሶታት ሰይጣን እዋናዊ መጠንቀቕታታት ብምሃብ፡ ንህዝቡ ብሓፈሻ ኣዕቊብዎም እዩ።
4,981

4,982
am_tg
ይሖዋ በቃሉና ድርጅቱ በሚያዘጋጃቸው መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎች አማካኝነት ሀብት ስላለው የማታለል ኃይል፣ ብልግናና ዓመፅ ስለተሞላባቸው መዝናኛዎች፣ ተገቢ ስላልሆነ የኢንተርኔት አጠቃቀምና ስለመሳሰሉት ነገሮች እውነቱን መገንዘብ እንድንችል ይረዳናል።
ብቓሉን ውድቡ ብእተዳልዎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋትን ኣቢሉ፡ ብዛዕባ መታለሊ ሃብትን ብዛዕባ እቲ ርኽሰትን ዓመጻን ዝመልኦ መዘናግዕን ዘይግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነትን ካልእ ነገራትን ሓቂ ኽንፈልጥ ሓጊዙና እዩ።
4,983

4,984
am_tg
ከዚህ በግልጽ መረዳት እንደምንችለው ይሖዋ ልክ እንደ አንድ አፍቃሪ አባት ሕዝቡን ከአደጋ ይጠብቃል።
የሆዋ ኸም ፈቃር ኣቦ መጠን፡ ብዛዕባ ድሕንነት ህዝቡ ይሓሊ እዩ።
4,985

4,986
am_tg
የመንግሥት አዳራሽ በአንድ አካባቢ ለሚካሄደው ንጹሕ አምልኮ ማዕከል ነው።
ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ማእከል ንጹህ ኣምልኾ እዩ።
4,987

4,988
am_tg
ይሖዋ እኛን በመንፈሳዊ ለመመገብ ካደረጋቸው ዝግጅቶች መካከል በመንግሥት አዳራሾች ውስጥ የሚከናወኑት ሳምንታዊ ስብሰባዎች ይገኙበታል።
ሓደ ኻብቲ የሆዋ ንዓና ብመንፈሳዊ መዳይ ዚምግበሉ መገድታት፡ እቲ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚግበር ሰሙናዊ ኣኼባታት እዩ።
4,989

4,990
am_tg
በድርጅቱ በኩል አስፈላጊ የሆነ መንፈሳዊ ምግብና መመሪያ የሚሰጠን በስብሰባዎቻችን ላይ ነው።
ነቲ ብውድብ የሆዋ ኣቢሉ ዚመጽእ ኣገዳሲ መንፈሳዊ ምግብን መምርሕን እንቕበሎ፡ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እዩ።
4,991

4,992
am_tg
ከይሖዋ ማዕድ እንድንመገብ ሁልጊዜም ግብዣ ይቀርብልናል፤ ይህ መሆኑ ግን ግብዣውን አቅልለን እንድንመለከተው በፍጹም ሊያደርገን አይገባም።
ወትሩ ኻብ መኣዲ የሆዋ ኽንበልዕ ንዕደም እኳ እንተ ዀንና፡ ነቲ ዕድመ ኣቕሊልና ኸይንርእዮ ኽንጥንቀቕ ኣሎና።
4,993

4,994
am_tg
ይሖዋ፣ ለአምልኮና እርስ በርስ ለመበረታታት የሚያስችሉን እነዚህ አጋጣሚዎች በጣም አስፈላጊ እንደሆኑ ስለሚያውቅ መሰብሰባችንን ቸል እንዳንል የሚያሳስብ መልእክት ሐዋርያው ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት እንዲጽፍ አድርጓል።
የሆዋ ነቲ ኣብ ኣኼባታትና እንገብሮ ኣምልኾን ኣብኡ እንረኽቦ ሓባራዊ ምትብባዕን ከም ኣገዳሲ ገይሩ ስለ ዚርእዮ፡ ኣኼባና ኸይንሓድግ ምእንቲ ኺምሕጸነና፡ ንሃዋርያ ጳውሎስ ብመንፈስ ቅዱሱ ደሪኽዎ እዩ።
4,995

4,996
am_tg
በማይረባ ምክንያት ከክርስቲያናዊ ስብሰባዎች የምንቀር ከሆነ ለይሖዋ አክብሮት እያሳየን ነው ማለት እንችላለን?
ዕባራ ብዝዀነ ምኽንያት ካብ ክርስትያናዊ ኣኼባታትና ንተርፍ እንተ ዄንና፡ ንየሆዋ ኸም እነኽብሮ ዲና እነርኢ፧
4,997

4,998
am_tg
በሌላ በኩል ግን ለክርስቲያናዊ ስብሰባዎች በመዘጋጀትና በሙሉ ልብ ተሳትፎ በማድረግ ለይሖዋና ለዝግጅቱ ምን ያህል አድናቆት እንዳለን ማሳየት እንችላለን።
ስለዚ፡ ንኣኼባታትና ብምድላውን ኣብኡ ብምሉእ ልብና ብምስታፍን ንየሆዋን ንመሰናድዎታቱን ኣዚና ኸም እነማስወሉ ኸነርኢ ንኽእል ኢና።
4,999