Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,700 | am_tg | ይህም ማለት ለአምላክ ያለን እውነተኛ ፍቅር እንዲሁ ከልባችን ብቻ የሚመነጭ ስሜት እንዳልሆነ ያስገነዝበናል። | ስለዚ፡ ንኣምላኽ ዘሎና ናይ ሓቂ ፍቕሪ፡ ብልብና ዚስምዓና ነገር ጥራይ ኣይኰነን። |
4,701 | tg_am | ስለዚ፡ ንኣምላኽ ዘሎና ናይ ሓቂ ፍቕሪ፡ ብልብና ዚስምዓና ነገር ጥራይ ኣይኰነን። | ይህም ማለት ለአምላክ ያለን እውነተኛ ፍቅር እንዲሁ ከልባችን ብቻ የሚመነጭ ስሜት እንዳልሆነ ያስገነዝበናል። |
4,702 | am_tg | ለአምላክ ያለን ፍቅር ከልብ የሚመነጭ ከመሆንም አልፎ መንፈሳዊና አካላዊ ችሎታዎቻችንን በሙሉ የሚጨምር መሆን አለበት። | ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ልባዊ ኽትከውን ኣለዋ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵሉ መንፈሳውን ስጋውን ክእለትና እውን ዚሓቍፍ ኪኸውን ኣለዎ። |
4,703 | tg_am | ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ልባዊ ኽትከውን ኣለዋ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵሉ መንፈሳውን ስጋውን ክእለትና እውን ዚሓቍፍ ኪኸውን ኣለዎ። | ለአምላክ ያለን ፍቅር ከልብ የሚመነጭ ከመሆንም አልፎ መንፈሳዊና አካላዊ ችሎታዎቻችንን በሙሉ የሚጨምር መሆን አለበት። |
4,704 | am_tg | ነቢዩ ሚክያስ በገለጸው መሠረት ይሖዋ ከእኛ የሚፈልገው ይህን ነው። | ከምቲ ነብዪ ሚክያስ ዝበሎ፡ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ እዚ እዩ። |
4,705 | tg_am | ከምቲ ነብዪ ሚክያስ ዝበሎ፡ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ እዚ እዩ። | ነቢዩ ሚክያስ በገለጸው መሠረት ይሖዋ ከእኛ የሚፈልገው ይህን ነው። |
4,706 | am_tg | በሕይወታችን ውስጥ የአምላክን እጅ በግልጽ ማየት የሚሳነን ለምን ሊሆን ይችላል? | ኢድ ኣምላኽ ኣብ ህይወትና ብንጹር ዘይንርእየሉ ገለ ምኽንያታት እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ |
4,707 | tg_am | ኢድ ኣምላኽ ኣብ ህይወትና ብንጹር ዘይንርእየሉ ገለ ምኽንያታት እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ | በሕይወታችን ውስጥ የአምላክን እጅ በግልጽ ማየት የሚሳነን ለምን ሊሆን ይችላል? |
4,708 | am_tg | የሕይወት ውጣ ውረዶች አስተሳሰባችንን ሊቆጣጠሩት ይችላሉ። | ኣብ ህይወትና ዜጋጥመና ጸገማት ኣመና ኪኸብደና ይኽእል እዩ። |
4,709 | tg_am | ኣብ ህይወትና ዜጋጥመና ጸገማት ኣመና ኪኸብደና ይኽእል እዩ። | የሕይወት ውጣ ውረዶች አስተሳሰባችንን ሊቆጣጠሩት ይችላሉ። |
4,710 | am_tg | እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ይሖዋ ከዚህ በፊት እንዴት እንደረዳን ማየት ሊሳነን ይችላል። | ከምኡ ኼጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ኸመይ ገይሩ ኸም ዝሓገዝና ኣይነተኵረሉን ንኸውን። |
4,711 | tg_am | ከምኡ ኼጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ኸመይ ገይሩ ኸም ዝሓገዝና ኣይነተኵረሉን ንኸውን። | እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥመን ይሖዋ ከዚህ በፊት እንዴት እንደረዳን ማየት ሊሳነን ይችላል። |
4,712 | am_tg | ንግሥት ኤልዛቤል፣ ነቢዩ ኤልያስን እንደምትገድለው በዛተች ጊዜ ኤልያስ፣ አምላክ ከዚህ በፊት ያደረገለትን ነገር ለተወሰነ ጊዜም ቢሆን ዘንግቶ ነበር። | ንግስቲ ኢዛቤል ንነብዪ ኤልያስ ከም እትቐትሎ ምስ ኣጕባዕብዓትሉ፡ ኤልያስ እኳ ኸይተረፈ ንእተወሰነ ህሞት ኣምላኽ ከመይ ከም ዝደገፎ ረሲዑ እዩ። |
4,713 | tg_am | ንግስቲ ኢዛቤል ንነብዪ ኤልያስ ከም እትቐትሎ ምስ ኣጕባዕብዓትሉ፡ ኤልያስ እኳ ኸይተረፈ ንእተወሰነ ህሞት ኣምላኽ ከመይ ከም ዝደገፎ ረሲዑ እዩ። | ንግሥት ኤልዛቤል፣ ነቢዩ ኤልያስን እንደምትገድለው በዛተች ጊዜ ኤልያስ፣ አምላክ ከዚህ በፊት ያደረገለትን ነገር ለተወሰነ ጊዜም ቢሆን ዘንግቶ ነበር። |
4,714 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ፣ ኤልያስ እንዲሞትም መለመን ጀመረ ይላል። | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኤልያስ፡ ኪመውት ለመነ ይብል እዩ። |
4,715 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኤልያስ፡ ኪመውት ለመነ ይብል እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ፣ ኤልያስ እንዲሞትም መለመን ጀመረ ይላል። |
4,716 | am_tg | ኤልያስ ያጋጠመው ችግር መፍትሔ ምን ነበር? | ነቲ ንኤልያስ ዘጋጠሞ ጸገም፡ ፍታሑ እንታይ እዩ ነይሩ፧ |
4,717 | tg_am | ነቲ ንኤልያስ ዘጋጠሞ ጸገም፡ ፍታሑ እንታይ እዩ ነይሩ፧ | ኤልያስ ያጋጠመው ችግር መፍትሔ ምን ነበር? |
4,718 | am_tg | ይሖዋ ብርታት እንዲሰጠው መጠየቅ ነበረበት። | ካብ የሆዋ ምትብባዕ ኪረክብ ነይርዎ። |
4,719 | tg_am | ካብ የሆዋ ምትብባዕ ኪረክብ ነይርዎ። | ይሖዋ ብርታት እንዲሰጠው መጠየቅ ነበረበት። |
4,720 | am_tg | ኢዮብም ባስጨነቁት ጉዳዮች ከመዋጡ የተነሳ ነገሮችን ከአምላክ አንጻር መመልከት ተስኖት ነበር። | እዮብ በቲ ዘተሓሳሰቦ ጕዳይ ኣቓልቦኡ ኣመና ስለ እተሰርቀ፡ ብኣረኣእያ ኣምላኽ ኣይኰነን ዚርኢ ነይሩ። |
4,721 | tg_am | እዮብ በቲ ዘተሓሳሰቦ ጕዳይ ኣቓልቦኡ ኣመና ስለ እተሰርቀ፡ ብኣረኣእያ ኣምላኽ ኣይኰነን ዚርኢ ነይሩ። | ኢዮብም ባስጨነቁት ጉዳዮች ከመዋጡ የተነሳ ነገሮችን ከአምላክ አንጻር መመልከት ተስኖት ነበር። |
4,722 | am_tg | እኛም አምላክ እንዲታየን እንደ ኢዮብ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ ሊያስፈልገን ይችላል። | ንሕና እውን ከም እዮብ፡ ንኣምላኽ ምእንቲ ኽንርእዮ፡ ዝያዳ ጻዕሪ ኽንገብር የድልየና እዩ። |
4,723 | tg_am | ንሕና እውን ከም እዮብ፡ ንኣምላኽ ምእንቲ ኽንርእዮ፡ ዝያዳ ጻዕሪ ኽንገብር የድልየና እዩ። | እኛም አምላክ እንዲታየን እንደ ኢዮብ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ ሊያስፈልገን ይችላል። |
4,724 | am_tg | ይህን ማድረግ የምንችለው እንዴት ነው? | ከመይ ጌርና ኢና ኸምኡ እንገብር፧ |
4,725 | tg_am | ከመይ ጌርና ኢና ኸምኡ እንገብር፧ | ይህን ማድረግ የምንችለው እንዴት ነው? |
4,726 | am_tg | ቅዱሳን መጻሕፍት በሚፈነጥቁልን ብርሃን ተጠቅመን ባጋጠመን ሁኔታ ላይ በማሰላሰል ነው። | ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ እቲ ዜጋጥመና ጸገማት ዚብሎ ነገራት ከነስተንትነሉ ኣሎና። |
4,727 | tg_am | ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ እቲ ዜጋጥመና ጸገማት ዚብሎ ነገራት ከነስተንትነሉ ኣሎና። | ቅዱሳን መጻሕፍት በሚፈነጥቁልን ብርሃን ተጠቅመን ባጋጠመን ሁኔታ ላይ በማሰላሰል ነው። |
4,728 | am_tg | ይሖዋ እንዴት እየረዳን እንዳለ ስንገነዘብ እሱ ይበልጥ እውን ይሆንልናል። | የሆዋ ኸመይ ገይሩ ኸም ዚድግፈና እናፈለጥና ምስ ከድና፡ ብዝያዳ ህያው እዩ ዚዀነልና። |
4,729 | tg_am | የሆዋ ኸመይ ገይሩ ኸም ዚድግፈና እናፈለጥና ምስ ከድና፡ ብዝያዳ ህያው እዩ ዚዀነልና። | ይሖዋ እንዴት እየረዳን እንዳለ ስንገነዘብ እሱ ይበልጥ እውን ይሆንልናል። |
4,730 | am_tg | ኢየሱስ አገልግሎቱን ባከናወነበት ወቅት ትኩረቱን ሊከፋፍሉ የሚችሉ ብዙ ነገሮች አጋጥመውት ነበር፤ እሱ ግን ለእነዚህ ነገሮች አልተሸነፈም። | የሱስ ኣብ ኣገልግሎቱ ብዙሕ ኬስግሎ ዚኽእል ነገራት እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ኣየስገለን። |
4,731 | tg_am | የሱስ ኣብ ኣገልግሎቱ ብዙሕ ኬስግሎ ዚኽእል ነገራት እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ኣየስገለን። | ኢየሱስ አገልግሎቱን ባከናወነበት ወቅት ትኩረቱን ሊከፋፍሉ የሚችሉ ብዙ ነገሮች አጋጥመውት ነበር፤ እሱ ግን ለእነዚህ ነገሮች አልተሸነፈም። |
4,732 | am_tg | በአገልግሎቱ መጀመሪያ ላይ በቅፍርናሆም ብዙ ሕዝብ ካስተማረና ተአምር ከፈጸመ በኋላ የከተማዋ ነዋሪዎች እዚያው እንዲቆይ ለመኑት። | ኣገልግሎቱ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፡ ኣብ ቅፍርናሆም ንህዝቢ ምስ መሃረን ተኣምራት ምስ ገበረን፡ እቶም ህዝቢ ኻብ ከተማኦም ከይከይድ ለመንዎ። |
4,733 | tg_am | ኣገልግሎቱ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፡ ኣብ ቅፍርናሆም ንህዝቢ ምስ መሃረን ተኣምራት ምስ ገበረን፡ እቶም ህዝቢ ኻብ ከተማኦም ከይከይድ ለመንዎ። | በአገልግሎቱ መጀመሪያ ላይ በቅፍርናሆም ብዙ ሕዝብ ካስተማረና ተአምር ከፈጸመ በኋላ የከተማዋ ነዋሪዎች እዚያው እንዲቆይ ለመኑት። |
4,734 | am_tg | ታዲያ ኢየሱስ ሰዎቹ ባቀረቡለት በዚህ ጥያቄ ተሸንግሎ ይሆን? | የሱስ ነቲ ዜህርር ልማኖኦም እንታይ ምላሽ ሂቡሉ፧ |
4,735 | tg_am | የሱስ ነቲ ዜህርር ልማኖኦም እንታይ ምላሽ ሂቡሉ፧ | ታዲያ ኢየሱስ ሰዎቹ ባቀረቡለት በዚህ ጥያቄ ተሸንግሎ ይሆን? |
4,736 | am_tg | በፍጹም፤ ለሌሎች ከተሞችም የአምላክን መንግሥት ምሥራች ማወጅ አለብኝ፤ ምክንያቱም የተላክሁት ለዚህ ዓላማ ነው ሲል ተናግሯል። | ስለዚ እየ እተለኣኽኩ እሞ፡ ንኻልኦት ከተማታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ከበስረን ይግብኣኒ እዩ በለ። |
4,737 | tg_am | ስለዚ እየ እተለኣኽኩ እሞ፡ ንኻልኦት ከተማታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ከበስረን ይግብኣኒ እዩ በለ። | በፍጹም፤ ለሌሎች ከተሞችም የአምላክን መንግሥት ምሥራች ማወጅ አለብኝ፤ ምክንያቱም የተላክሁት ለዚህ ዓላማ ነው ሲል ተናግሯል። |
4,738 | am_tg | ኢየሱስ ልክ እንደተናገረው እየሰበከና እያስተማረ በመላው የፓለስቲና ምድር ተዘዋውሯል። | ከምቲ ዝበሎ ኸኣ፡ ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤም ብምንዋሓን ብምግፋሓን ተጓዒዙ ሰቢኹን ምሂሩን እዩ። |
4,739 | tg_am | ከምቲ ዝበሎ ኸኣ፡ ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤም ብምንዋሓን ብምግፋሓን ተጓዒዙ ሰቢኹን ምሂሩን እዩ። | ኢየሱስ ልክ እንደተናገረው እየሰበከና እያስተማረ በመላው የፓለስቲና ምድር ተዘዋውሯል። |
4,740 | am_tg | ፍጹም ቢሆንም እንኳ እንደ ማንኛውም ሰው መሠረታዊ ነገሮች ያስፈልጉት ነበር፤ እንዲሁም በአምላክ አገልግሎት በትጋት በመካፈሉ በጣም የደከመው ጊዜ ነበር። | ፍጹም እኳ እንተ ነበረ፡ ከም ሰብ መጠን ዜድልዮ ነገራት ነይሩ እዩ፣ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኪዓዪ ኸሎ ድማ ብዙሕ ይደክም ነይሩ እዩ። |
4,741 | tg_am | ፍጹም እኳ እንተ ነበረ፡ ከም ሰብ መጠን ዜድልዮ ነገራት ነይሩ እዩ፣ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኪዓዪ ኸሎ ድማ ብዙሕ ይደክም ነይሩ እዩ። | ፍጹም ቢሆንም እንኳ እንደ ማንኛውም ሰው መሠረታዊ ነገሮች ያስፈልጉት ነበር፤ እንዲሁም በአምላክ አገልግሎት በትጋት በመካፈሉ በጣም የደከመው ጊዜ ነበር። |
4,742 | am_tg | በሌላ ጊዜ ደግሞ ኢየሱስ ተከታዮቹ የሚያጋጥማቸውን ተቃውሞ እንዴት መቋቋም እንደሚችሉ እያስተማራቸው ሳለ አንድ ሰው በንግግሩ መሃል ጣልቃ ገብቶ መምህር፣ ወንድሜ ውርሳችንን እንዲያካፍለኝ ንገረው አለው። | ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ፡ የሱስ ንሰዓብቱ ምጽራር ኬጓንፎም ከሎ እንታይ ኪገብሩ ኸም ዘለዎም ኪምህሮም ከሎ፡ ሓደ ሰብኣይ፡ መምህር፡ ንሓወይ ርስቲ ኺመቕለኒ ንገረለይ በሎ። |
4,743 | tg_am | ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ፡ የሱስ ንሰዓብቱ ምጽራር ኬጓንፎም ከሎ እንታይ ኪገብሩ ኸም ዘለዎም ኪምህሮም ከሎ፡ ሓደ ሰብኣይ፡ መምህር፡ ንሓወይ ርስቲ ኺመቕለኒ ንገረለይ በሎ። | በሌላ ጊዜ ደግሞ ኢየሱስ ተከታዮቹ የሚያጋጥማቸውን ተቃውሞ እንዴት መቋቋም እንደሚችሉ እያስተማራቸው ሳለ አንድ ሰው በንግግሩ መሃል ጣልቃ ገብቶ መምህር፣ ወንድሜ ውርሳችንን እንዲያካፍለኝ ንገረው አለው። |
4,744 | am_tg | ኢየሱስ ግን እዚህ ጭቅጭቅ ውስጥ መግባት አልፈለገም። | የሱስ ግና፡ ኣብቲ ጕዳይ ኪኣቱ ኣይደለየን። |
4,745 | tg_am | የሱስ ግና፡ ኣብቲ ጕዳይ ኪኣቱ ኣይደለየን። | ኢየሱስ ግን እዚህ ጭቅጭቅ ውስጥ መግባት አልፈለገም። |
4,746 | am_tg | ፍቅር ዋነኛውና ከሁሉ የላቀው የአምላክ ባሕርይ ነው። | ፍቕሪ ናይ ኣምላኽ ቀንዲ፡ ማለት ኣገዳሲት ባህርዩ እያ። |
4,747 | tg_am | ፍቕሪ ናይ ኣምላኽ ቀንዲ፡ ማለት ኣገዳሲት ባህርዩ እያ። | ፍቅር ዋነኛውና ከሁሉ የላቀው የአምላክ ባሕርይ ነው። |
4,748 | am_tg | ይሖዋ አፍቃሪ ብቻ ሳይሆን የፍቅር ተምሳሌት ነው። | የሆዋ ፍቕሪ ኣላቶ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵለንትናኡ እውን ፍቕሪ እዩ። |
4,749 | tg_am | የሆዋ ፍቕሪ ኣላቶ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵለንትናኡ እውን ፍቕሪ እዩ። | ይሖዋ አፍቃሪ ብቻ ሳይሆን የፍቅር ተምሳሌት ነው። |
4,750 | am_tg | የጽንፈ ዓለምና የሁሉም ሕይወት ያላቸው ነገሮች ፈጣሪ የፍቅር አምላክ መሆኑን ማወቅ ምንኛ የሚያስደስት ነው! ይሖዋ ማንኛውንም ነገር የሚያደርገው በፍቅር ተነሳስቶ ነው። | እቲ ፈጣሪ ዅሉ ግኡዝን ህያውን ፍጥረታት፡ ኣምላኽ ፍቕሪ ኸም ዝዀነ ምፍላጥሲ ኽሳዕ ክንደይ ባህ ዜብል ኰን እዩ! ኵሉ ነገራት በዛ ባህርይ እዚኣ ተደሪኹ እዩ ዚገብሮ። |
4,751 | tg_am | እቲ ፈጣሪ ዅሉ ግኡዝን ህያውን ፍጥረታት፡ ኣምላኽ ፍቕሪ ኸም ዝዀነ ምፍላጥሲ ኽሳዕ ክንደይ ባህ ዜብል ኰን እዩ! ኵሉ ነገራት በዛ ባህርይ እዚኣ ተደሪኹ እዩ ዚገብሮ። | የጽንፈ ዓለምና የሁሉም ሕይወት ያላቸው ነገሮች ፈጣሪ የፍቅር አምላክ መሆኑን ማወቅ ምንኛ የሚያስደስት ነው! ይሖዋ ማንኛውንም ነገር የሚያደርገው በፍቅር ተነሳስቶ ነው። |
4,752 | am_tg | አምላክ ለፍጡራኑ ደግነት የሚንጸባረቅበትና ጥልቅ የሆነ ፍቅር ያለው መሆኑ፣ ለሰው ዘር ቤተሰብ ያለው ዓላማ በሙሉ ከሁሉ በተሻለ መንገድ እንደሚፈጸምና ይህም በእሱ አገዛዝ ሥር ላሉ ሁሉ ወደር የሌለው ጥቅም እንደሚያስገኝ ለመተማመን ያስችለናል። | እታ ኣምላኽ ዘላቶ ሓያል ፍቕሪ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ብዝበለጸ መገዲ ኸም ዚፍጽሞ፡ ተገዛእቱ ዝዀኑ ዅሎም ድማ ብዙሕ ጥቕሚ ኸም ዚረኽቡ ተረጋግጸልና እያ። |
4,753 | tg_am | እታ ኣምላኽ ዘላቶ ሓያል ፍቕሪ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ብዝበለጸ መገዲ ኸም ዚፍጽሞ፡ ተገዛእቱ ዝዀኑ ዅሎም ድማ ብዙሕ ጥቕሚ ኸም ዚረኽቡ ተረጋግጸልና እያ። | አምላክ ለፍጡራኑ ደግነት የሚንጸባረቅበትና ጥልቅ የሆነ ፍቅር ያለው መሆኑ፣ ለሰው ዘር ቤተሰብ ያለው ዓላማ በሙሉ ከሁሉ በተሻለ መንገድ እንደሚፈጸምና ይህም በእሱ አገዛዝ ሥር ላሉ ሁሉ ወደር የሌለው ጥቅም እንደሚያስገኝ ለመተማመን ያስችለናል። |
4,754 | am_tg | ለምሳሌ፣ ይሖዋ በሾመው ሰው በኢየሱስ ክርስቶስ አማካኝነት በዓለም ሁሉ ላይ በጽድቅ ለመፍረድ ዓላማ ያለው ሲሆን ይህን ለማድረግም ቀን ወስኗል፤ እንዲህ ያደረገው በፍቅር ተነሳስቶ ነው። | ንኣብነት፡ የሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ፡ በቲ ዝሸሞ ሰብኣይ የሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ብጽድቂ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ኣሎ። |
4,755 | tg_am | ንኣብነት፡ የሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ፡ በቲ ዝሸሞ ሰብኣይ የሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ብጽድቂ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ኣሎ። | ለምሳሌ፣ ይሖዋ በሾመው ሰው በኢየሱስ ክርስቶስ አማካኝነት በዓለም ሁሉ ላይ በጽድቅ ለመፍረድ ዓላማ ያለው ሲሆን ይህን ለማድረግም ቀን ወስኗል፤ እንዲህ ያደረገው በፍቅር ተነሳስቶ ነው። |
4,756 | am_tg | ይህ ዓላማው መፈጸሙ እንደማይቀር እርግጠኛ መሆን እንችላለን። | እዚ ኸም ዚፍጸም ድማ ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። |
4,757 | tg_am | እዚ ኸም ዚፍጸም ድማ ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። | ይህ ዓላማው መፈጸሙ እንደማይቀር እርግጠኛ መሆን እንችላለን። |
4,758 | am_tg | ትክክለኛ የልብ ዝንባሌ ያላቸውና ታዛዥ የሆኑ ሰዎች መልካም ፍርድ የሚበየንላቸው ሲሆን ይህም በበረከት የተሞላና ማብቂያ የሌለው ዘላለማዊ ሕይወት ያስገኝላቸዋል። | እቶም ዘንቀዱን እዙዛትን ሰባት ዚረኽብዎ ፍርዲ ንዘለኣለም ዚቕጽል ናይ ሓቂ እተባረኸ መጻኢ ኼምጽኣሎም እዩ። |
4,759 | tg_am | እቶም ዘንቀዱን እዙዛትን ሰባት ዚረኽብዎ ፍርዲ ንዘለኣለም ዚቕጽል ናይ ሓቂ እተባረኸ መጻኢ ኼምጽኣሎም እዩ። | ትክክለኛ የልብ ዝንባሌ ያላቸውና ታዛዥ የሆኑ ሰዎች መልካም ፍርድ የሚበየንላቸው ሲሆን ይህም በበረከት የተሞላና ማብቂያ የሌለው ዘላለማዊ ሕይወት ያስገኝላቸዋል። |
4,760 | am_tg | ሐዋርያቱ ወሳኝ በሆነ ጊዜ ላይ ኢየሱስን ጥለውት ሸሽተዋል። | ኣብ ኣገዳሲ ህሞት፡ ሃዋርያት ንየሱስ ሓዲጎምዎ ሃዲሞም እዮም። |
4,761 | tg_am | ኣብ ኣገዳሲ ህሞት፡ ሃዋርያት ንየሱስ ሓዲጎምዎ ሃዲሞም እዮም። | ሐዋርያቱ ወሳኝ በሆነ ጊዜ ላይ ኢየሱስን ጥለውት ሸሽተዋል። |
4,762 | am_tg | ቀደም ሲል ጴጥሮስ፣ ሌሎቹ ኢየሱስን ቢተዉት እንኳ እሱ እንደማይተወው ተናግሮ ነበር። | ጴጥሮስ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ካልኦት እኳ ንየሱስ ሓዲጎምዎ እንተ ሃደሙ፡ ንሱ ፈጺሙ ኸም ዘይሓድጎ ተዛሪቡ ነይሩ እዩ። |
4,763 | tg_am | ጴጥሮስ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ካልኦት እኳ ንየሱስ ሓዲጎምዎ እንተ ሃደሙ፡ ንሱ ፈጺሙ ኸም ዘይሓድጎ ተዛሪቡ ነይሩ እዩ። | ቀደም ሲል ጴጥሮስ፣ ሌሎቹ ኢየሱስን ቢተዉት እንኳ እሱ እንደማይተወው ተናግሮ ነበር። |
4,764 | am_tg | የሚያሳዝነው ግን ኢየሱስ ሲያዝ፣ ጴጥሮስን ጨምሮ ሐዋርያቱ ሁሉ ጥለውት ሸሹ። | የሱስ ኪእሰር ምስ ተወስደ ግና፡ ኵሎም ሃዋርያት፡ እንተላይ ጴጥሮስ ሓዲጎምዎ ሃደሙ። |
4,765 | tg_am | የሱስ ኪእሰር ምስ ተወስደ ግና፡ ኵሎም ሃዋርያት፡ እንተላይ ጴጥሮስ ሓዲጎምዎ ሃደሙ። | የሚያሳዝነው ግን ኢየሱስ ሲያዝ፣ ጴጥሮስን ጨምሮ ሐዋርያቱ ሁሉ ጥለውት ሸሹ። |
4,766 | am_tg | ጴጥሮስ ኢየሱስን ጨርሶ እንደማያውቀው በመግለጽ በተደጋጋሚ ጊዜ ካደው። | ጴጥሮስ ብተደጋጋሚ ንየሱስ ከም ዘይፈልጦ ኸሓደ። |
4,767 | tg_am | ጴጥሮስ ብተደጋጋሚ ንየሱስ ከም ዘይፈልጦ ኸሓደ። | ጴጥሮስ ኢየሱስን ጨርሶ እንደማያውቀው በመግለጽ በተደጋጋሚ ጊዜ ካደው። |
4,768 | am_tg | ያም ሆኖ ጴጥሮስ በመጸጸቱ ይሖዋ ከዚያም በኋላ ተጠቅሞበታል። | ይኹን እምበር፡ ጴጥሮስ ተጣዒሱ እዩ፣ የሆዋ ኸኣ ብቐጻሊ ተጠቒሙሉ እዩ። |
4,769 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ጴጥሮስ ተጣዒሱ እዩ፣ የሆዋ ኸኣ ብቐጻሊ ተጠቒሙሉ እዩ። | ያም ሆኖ ጴጥሮስ በመጸጸቱ ይሖዋ ከዚያም በኋላ ተጠቅሞበታል። |
4,770 | am_tg | በዚያን ጊዜ የምትኖር የኢየሱስ ደቀ መዝሙር ብትሆን ኖሮ የጴጥሮስ ድርጊት ይሖዋን በታማኝነት እንዳታገለግል እንቅፋት ይሆንብህ ነበር? | ኣብቲ እዋን እቲ ወደ መዝሙር ኔርካ እንተ ትኸውን፡ እቲ ጴጥሮስ ዝገበሮ ነገራት ነቲ ንየሆዋ ዘሎካ ተኣማንነት ምጸለዎዶ ነይሩ፧ |
4,771 | tg_am | ኣብቲ እዋን እቲ ወደ መዝሙር ኔርካ እንተ ትኸውን፡ እቲ ጴጥሮስ ዝገበሮ ነገራት ነቲ ንየሆዋ ዘሎካ ተኣማንነት ምጸለዎዶ ነይሩ፧ | በዚያን ጊዜ የምትኖር የኢየሱስ ደቀ መዝሙር ብትሆን ኖሮ የጴጥሮስ ድርጊት ይሖዋን በታማኝነት እንዳታገለግል እንቅፋት ይሆንብህ ነበር? |
4,772 | am_tg | በዛሬው ጊዜ ይሖዋ ስህተት የሠሩ ሰዎች ንስሐ እንዲገቡ ጊዜ እንደሚሰጣቸው እንዲሁም የተፈጸመውን ስህተት ውሎ አድሮ እንደሚያስተካክለውና ትክክለኛውን እርምጃ እንደሚወስድ ትተማመናለህ? | ሎሚ የሆዋ ነቶም በደለኛታት ኪንስሑ ግዜ ይህቦም ከም ዘሎ እሞ፡ ኣብ መወዳእታኡ ነቲ ጕድለት ከም ዚእርሞን ፍትሓዊ ስጕምቲ ኸም ዚወስድን ትግንዘብ ዲኻ፧ |
4,773 | tg_am | ሎሚ የሆዋ ነቶም በደለኛታት ኪንስሑ ግዜ ይህቦም ከም ዘሎ እሞ፡ ኣብ መወዳእታኡ ነቲ ጕድለት ከም ዚእርሞን ፍትሓዊ ስጕምቲ ኸም ዚወስድን ትግንዘብ ዲኻ፧ | በዛሬው ጊዜ ይሖዋ ስህተት የሠሩ ሰዎች ንስሐ እንዲገቡ ጊዜ እንደሚሰጣቸው እንዲሁም የተፈጸመውን ስህተት ውሎ አድሮ እንደሚያስተካክለውና ትክክለኛውን እርምጃ እንደሚወስድ ትተማመናለህ? |
4,774 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ ከባድ ኃጢአት የፈጸሙ አንዳንድ ሰዎች ንስሐ ገብተው የይሖዋን ምሕረት ለማግኘት ጥረት ላያደርጉ ይችላሉ። | ሓድሓደ ግዜ ግና፡ እቶም ከቢድ ሓጢኣት ዝፈጸሙ ሰባት ንምሕረት የሆዋ ይነጽግዎ፡ ኣይንስሑን ድማ። |
4,775 | tg_am | ሓድሓደ ግዜ ግና፡ እቶም ከቢድ ሓጢኣት ዝፈጸሙ ሰባት ንምሕረት የሆዋ ይነጽግዎ፡ ኣይንስሑን ድማ። | በሌላ በኩል ደግሞ ከባድ ኃጢአት የፈጸሙ አንዳንድ ሰዎች ንስሐ ገብተው የይሖዋን ምሕረት ለማግኘት ጥረት ላያደርጉ ይችላሉ። |
4,776 | am_tg | ይሖዋ ሰዎችን ሲመለከት ትኩረት የሚሰጠው ለውጫዊ ገጽታቸው አይደለም። | የሆዋ ንሰባት ኪርእዮም ከሎ፡ ኣብ ደጋዊ ትርኢቶም ኣይኰነን ዜተኵር። |
4,777 | tg_am | የሆዋ ንሰባት ኪርእዮም ከሎ፡ ኣብ ደጋዊ ትርኢቶም ኣይኰነን ዜተኵር። | ይሖዋ ሰዎችን ሲመለከት ትኩረት የሚሰጠው ለውጫዊ ገጽታቸው አይደለም። |
4,778 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ልባቸውን ይኸውም ውስጣዊ ማንነታቸውን ይመረምራል። | የግዳስ፡ ልቢ ወይ ውሽጣዊ እንታይነት እዩ ዚምርምር። |
4,779 | tg_am | የግዳስ፡ ልቢ ወይ ውሽጣዊ እንታይነት እዩ ዚምርምር። | ከዚህ ይልቅ ልባቸውን ይኸውም ውስጣዊ ማንነታቸውን ይመረምራል። |
4,780 | am_tg | አምላክ የክርስቲያን ጉባኤን ሲያቋቁም ያደረገው ነገር ይህን በግልጽ ያሳያል። | ኣምላኽ ንክርስትያናዊት ጉባኤ ኺድኵና ኸሎ፡ እዚ ኣጸቢቑ ተራእዩ እዩ። |
4,781 | tg_am | ኣምላኽ ንክርስትያናዊት ጉባኤ ኺድኵና ኸሎ፡ እዚ ኣጸቢቑ ተራእዩ እዩ። | አምላክ የክርስቲያን ጉባኤን ሲያቋቁም ያደረገው ነገር ይህን በግልጽ ያሳያል። |
4,782 | am_tg | ከሰብዓዊ አመለካከት አንጻር እምብዛም የማይፈለጉ የሚመስሉ ብዙ ሰዎችን ወደ ራሱና ወደ ልጁ ስቧል። | ብዓይኒ ሰብ ዘይብሃጉ ዚመስሉ ንዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ናብኡን ናብ ወዱን ስሒብዎም እዩ። |
4,783 | tg_am | ብዓይኒ ሰብ ዘይብሃጉ ዚመስሉ ንዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ናብኡን ናብ ወዱን ስሒብዎም እዩ። | ከሰብዓዊ አመለካከት አንጻር እምብዛም የማይፈለጉ የሚመስሉ ብዙ ሰዎችን ወደ ራሱና ወደ ልጁ ስቧል። |
4,784 | am_tg | ሳኦል የተባለን ፈሪሳዊ እንደ ምሳሌ መውሰድ ይቻላል። | ሓደ ኻባታቶም እቲ ሳውል ዝስሙ ፈሪሳዊ እዩ ነይሩ። |
4,785 | tg_am | ሓደ ኻባታቶም እቲ ሳውል ዝስሙ ፈሪሳዊ እዩ ነይሩ። | ሳኦል የተባለን ፈሪሳዊ እንደ ምሳሌ መውሰድ ይቻላል። |
4,786 | am_tg | ልብን የሚመረምረው አምላክ ሳኦልን ዋጋ እንደሌለው ሸክላ አድርጎ አልቆጠረውም። | እቲ ንልቢ ዚምርምሮ ኣምላኽ ግና፡ ንሳውል ከም ዘይረብሕ ጭቃ ገይሩ ኣይረኣዮን። |
4,787 | tg_am | እቲ ንልቢ ዚምርምሮ ኣምላኽ ግና፡ ንሳውል ከም ዘይረብሕ ጭቃ ገይሩ ኣይረኣዮን። | ልብን የሚመረምረው አምላክ ሳኦልን ዋጋ እንደሌለው ሸክላ አድርጎ አልቆጠረውም። |
4,788 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ውድ ዕቃ ተደርጎ ሊቀረጽ እንደሚችል የሸክላ አፈር አድርጎ ተመልክቶታል፤ እንዲያውም በአሕዛብ እንዲሁም በነገሥታትና በእስራኤል ልጆች ፊት የሚመሠክር የተመረጠ ዕቃ ተብሎ ተጠርቷል። | የግዳስ፡ ተቐሪጹ ተባሃጊ ኣቕሓ ኪኸውን ከም ዚኽእል ገይሩ እዩ ርእይዎ፣ አረ፡ ኣብ ቅድሚ ኣህዛብን ነገስታትን ደቂ እስራኤልን ዚምስክር ሕሩይ ኣቕሓ ኸም ዚኸውን ገይሩ እውን እዩ ርእይዎ። |
4,789 | tg_am | የግዳስ፡ ተቐሪጹ ተባሃጊ ኣቕሓ ኪኸውን ከም ዚኽእል ገይሩ እዩ ርእይዎ፣ አረ፡ ኣብ ቅድሚ ኣህዛብን ነገስታትን ደቂ እስራኤልን ዚምስክር ሕሩይ ኣቕሓ ኸም ዚኸውን ገይሩ እውን እዩ ርእይዎ። | ከዚህ ይልቅ ውድ ዕቃ ተደርጎ ሊቀረጽ እንደሚችል የሸክላ አፈር አድርጎ ተመልክቶታል፤ እንዲያውም በአሕዛብ እንዲሁም በነገሥታትና በእስራኤል ልጆች ፊት የሚመሠክር የተመረጠ ዕቃ ተብሎ ተጠርቷል። |
4,790 | am_tg | በተጨማሪም አምላክ ቀደም ሲል ሰካራሞች፣ የፆታ ብልግና የሚፈጽሙና ሌቦች የነበሩ አንዳንድ ሰዎችን ክቡር ለሆነ አገልግሎት ሊውሉ እንደሚችሉ ዕቃዎች አድርጎ ተመልክቷቸዋል። | ኣምላኽ፡ ኣቐዲሞም ሰኽራማትን ኣመንዝራታትን ሰረቕትን ዝነበሩ ገሊኦም ሰባት እውን፡ ንኽብሪ ዚኸውን ኣቕሑ ኪዀኑ ዕቑር ዓቕሚ ኸም ዘለዎም ርእዩ እዩ። |
4,791 | tg_am | ኣምላኽ፡ ኣቐዲሞም ሰኽራማትን ኣመንዝራታትን ሰረቕትን ዝነበሩ ገሊኦም ሰባት እውን፡ ንኽብሪ ዚኸውን ኣቕሑ ኪዀኑ ዕቑር ዓቕሚ ኸም ዘለዎም ርእዩ እዩ። | በተጨማሪም አምላክ ቀደም ሲል ሰካራሞች፣ የፆታ ብልግና የሚፈጽሙና ሌቦች የነበሩ አንዳንድ ሰዎችን ክቡር ለሆነ አገልግሎት ሊውሉ እንደሚችሉ ዕቃዎች አድርጎ ተመልክቷቸዋል። |
4,792 | am_tg | እነዚህ ሰዎች ከአምላክ ቃል ትክክለኛ እውቀት እየቀሰሙና እምነታቸው እያደገ ሲሄድ በይሖዋ ለመቀረጽ ፈቃደኞች ሆነዋል። | ንሳቶም ድማ ልክዕ ፍልጠት ቃል ኣምላኽ ብዝረኸቡን እምነቶም ብዘርኣዩን መጠን፡ የሆዋ ኪቐርጾም ፈቒዶምሉ እዮም። |
4,793 | tg_am | ንሳቶም ድማ ልክዕ ፍልጠት ቃል ኣምላኽ ብዝረኸቡን እምነቶም ብዘርኣዩን መጠን፡ የሆዋ ኪቐርጾም ፈቒዶምሉ እዮም። | እነዚህ ሰዎች ከአምላክ ቃል ትክክለኛ እውቀት እየቀሰሙና እምነታቸው እያደገ ሲሄድ በይሖዋ ለመቀረጽ ፈቃደኞች ሆነዋል። |
4,794 | am_tg | እንዲህ ያለውን ክፍፍል የሚፈጥር አመለካከት ለማስወገድ መፍትሔው ምንድን ነው? | ንኸምዚ ዓይነት ዚዘርግ ኣተሓሳስባ እንታይ እዩ መፍትሒኡ፧ |
4,795 | tg_am | ንኸምዚ ዓይነት ዚዘርግ ኣተሓሳስባ እንታይ እዩ መፍትሒኡ፧ | እንዲህ ያለውን ክፍፍል የሚፈጥር አመለካከት ለማስወገድ መፍትሔው ምንድን ነው? |
4,796 | am_tg | ጳውሎስ ለክርስቲያኖች የሚከተለውን ምክር ሰጥቷቸዋል፦ ወንድሞች፣ ሁላችሁም ንግግራችሁ አንድ እንዲሆንና በመካከላችሁ መከፋፈል እንዳይኖር፣ ከዚህ ይልቅ በአስተሳሰብም ሆነ በዓላማ ፍጹም አንድነት እንዲኖራችሁ አጥብቄ አሳስባችኋለሁ። | ጳውሎስ ነቶም ክርስትያናት፡ ኣሕዋተየ፡ ኵላትኩም ሓደ ዘረባ ኽትዛረቡ፡ ብሓደ ኣእምሮን ብሓደ ሓሳብን ፍጹም ሓድነት ኪህልወኩም እምበር፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ከይህሉ፡ እምሕጸነኩም ኣለኹ በሎም። |
4,797 | tg_am | ጳውሎስ ነቶም ክርስትያናት፡ ኣሕዋተየ፡ ኵላትኩም ሓደ ዘረባ ኽትዛረቡ፡ ብሓደ ኣእምሮን ብሓደ ሓሳብን ፍጹም ሓድነት ኪህልወኩም እምበር፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ከይህሉ፡ እምሕጸነኩም ኣለኹ በሎም። | ጳውሎስ ለክርስቲያኖች የሚከተለውን ምክር ሰጥቷቸዋል፦ ወንድሞች፣ ሁላችሁም ንግግራችሁ አንድ እንዲሆንና በመካከላችሁ መከፋፈል እንዳይኖር፣ ከዚህ ይልቅ በአስተሳሰብም ሆነ በዓላማ ፍጹም አንድነት እንዲኖራችሁ አጥብቄ አሳስባችኋለሁ። |
4,798 | am_tg | ዛሬም ቢሆን በክርስቲያን ጉባኤ ውስጥ ምንም ዓይነት መከፋፈል ሊኖር አይገባም። | ሎሚ እውን እንተ ዀነ፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ፍልልይ ዜስዕብ ዝዀነ ይኹን ነገር ኪህሉ የብሉን። |
4,799 | tg_am | ሎሚ እውን እንተ ዀነ፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ፍልልይ ዜስዕብ ዝዀነ ይኹን ነገር ኪህሉ የብሉን። | ዛሬም ቢሆን በክርስቲያን ጉባኤ ውስጥ ምንም ዓይነት መከፋፈል ሊኖር አይገባም። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.