Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,800 | am_tg | ጳውሎስ፣ ቅቡዓን ክርስቲያኖች በምድር ባሉ ነገሮች ላይ ከማተኮር ይልቅ ዜግነታቸው በሰማይ መሆኑን እንዲያስታውሱ አሳስቧቸዋል። | ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ኣብ ምድራዊ ነገራት ከየተኵሩ፡ የግዳስ ዜጋታት ሰማይ ምዃኖም ኪዝክሩ ተላበዎም። |
4,801 | tg_am | ጳውሎስ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ኣብ ምድራዊ ነገራት ከየተኵሩ፡ የግዳስ ዜጋታት ሰማይ ምዃኖም ኪዝክሩ ተላበዎም። | ጳውሎስ፣ ቅቡዓን ክርስቲያኖች በምድር ባሉ ነገሮች ላይ ከማተኮር ይልቅ ዜግነታቸው በሰማይ መሆኑን እንዲያስታውሱ አሳስቧቸዋል። |
4,802 | am_tg | እነዚህ ክርስቲያኖች ክርስቶስን ተክተው የሚሠሩ አምባሳደሮች ናቸው። | ቅቡኣት ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኣምባሳደራት ኰይኖም እዮም ኪነብሩ ነይርዎም። |
4,803 | tg_am | ቅቡኣት ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኣምባሳደራት ኰይኖም እዮም ኪነብሩ ነይርዎም። | እነዚህ ክርስቲያኖች ክርስቶስን ተክተው የሚሠሩ አምባሳደሮች ናቸው። |
4,804 | am_tg | አምባሳደሮች ደግሞ በተመደቡባቸው አገራት ጉዳዮች ውስጥ ጣልቃ አይገቡም። | ኣምባሳደራት ከኣ ኣብ ፖለቲካዊ ጕዳያት እታ እተመደቡላ ሃገር ኢዶም ኣየእትዉን እዮም። |
4,805 | tg_am | ኣምባሳደራት ከኣ ኣብ ፖለቲካዊ ጕዳያት እታ እተመደቡላ ሃገር ኢዶም ኣየእትዉን እዮም። | አምባሳደሮች ደግሞ በተመደቡባቸው አገራት ጉዳዮች ውስጥ ጣልቃ አይገቡም። |
4,806 | am_tg | ታማኝ መሆን ያለባቸው ለሌላ መንግሥት ነው። | ከመይሲ፡ ንኻልእ መንግስቲ እዮም እሙናት ኪዀኑ ዘለዎም። |
4,807 | tg_am | ከመይሲ፡ ንኻልእ መንግስቲ እዮም እሙናት ኪዀኑ ዘለዎም። | ታማኝ መሆን ያለባቸው ለሌላ መንግሥት ነው። |
4,808 | am_tg | ምድራዊ ተስፋ ያላቸው ክርስቲያኖችም የአምላክ መንግሥት ተገዢዎች በመሆናቸው በዚህ ዓለም ላይ ባሉ ውዝግቦች ረገድ ከማንም ወገን አለመቆማቸው ተገቢ ነው። | ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እውን ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ግጭታት እዛ ዓለም እዚኣ ኺውግኑ ግቡእ ኣይኰነን። |
4,809 | tg_am | ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እውን ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ግጭታት እዛ ዓለም እዚኣ ኺውግኑ ግቡእ ኣይኰነን። | ምድራዊ ተስፋ ያላቸው ክርስቲያኖችም የአምላክ መንግሥት ተገዢዎች በመሆናቸው በዚህ ዓለም ላይ ባሉ ውዝግቦች ረገድ ከማንም ወገን አለመቆማቸው ተገቢ ነው። |
4,810 | am_tg | ወጣቷ የአባቷን መመለስ በጭንቀት ስትጠባበቅ ቆይታለች። | ኣብ መወዳእታ፡ ሻቕሎታ ኣብቅዐ። |
4,811 | tg_am | ኣብ መወዳእታ፡ ሻቕሎታ ኣብቅዐ። | ወጣቷ የአባቷን መመለስ በጭንቀት ስትጠባበቅ ቆይታለች። |
4,812 | am_tg | አባቷ ድል ተቀዳጅቶ ከጦር ሜዳ በሰላም መመለሱን ስታይ በደስታ ልትቀበለው ወጣች። | ኣቦኣ ኻብ ውግእ ብደሓን ምምላሱ ስለ ዘሐጐሳ፡ ሰላም ክትብሎን በቲ ዜደንቕ ዓወቱ ኽትሕጐስን ናብኡ ጐየየት። |
4,813 | tg_am | ኣቦኣ ኻብ ውግእ ብደሓን ምምላሱ ስለ ዘሐጐሳ፡ ሰላም ክትብሎን በቲ ዜደንቕ ዓወቱ ኽትሕጐስን ናብኡ ጐየየት። | አባቷ ድል ተቀዳጅቶ ከጦር ሜዳ በሰላም መመለሱን ስታይ በደስታ ልትቀበለው ወጣች። |
4,814 | am_tg | አባቷ ግን ከእሷ ጋር አብሮ በመደሰትና በመጨፈር ፋንታ ልብሱን ቀዶ ወዮ፣ ልጄ! ልቤን ሰበርሽው አላት። | ምስኣ ተሓጒሱ ኣብ ክንዲ ዚዝምርን ዚስዕስዕን ግና፡ ነቲ ብውግእ ዝረስሐ ኽዳኑ ቐዲዱ፡ ኣየ፡ ጓለየ! ልበይ ሴርክዮ በላ። |
4,815 | tg_am | ምስኣ ተሓጒሱ ኣብ ክንዲ ዚዝምርን ዚስዕስዕን ግና፡ ነቲ ብውግእ ዝረስሐ ኽዳኑ ቐዲዱ፡ ኣየ፡ ጓለየ! ልበይ ሴርክዮ በላ። | አባቷ ግን ከእሷ ጋር አብሮ በመደሰትና በመጨፈር ፋንታ ልብሱን ቀዶ ወዮ፣ ልጄ! ልቤን ሰበርሽው አላት። |
4,816 | am_tg | ከዚያም ሕይወቷን ለዘለቄታው የሚቀይር ብሎም እንደማንኛውም ሰው የመኖር ምኞቷንና ተስፋዋን የሚያከስም ነገር ተናገረ። | ድሕሪኡ፡ ንህይወታ ንሓዋሩ ዝቐየረ፡ ነቲ ንቡር ህይወት ኪህልዋ ዝነበራ ትምኒትን ተስፋን ድማ በኒኑ ኸም ዚተርፍ ዝገበረ ቓላት ኣውስአ። |
4,817 | tg_am | ድሕሪኡ፡ ንህይወታ ንሓዋሩ ዝቐየረ፡ ነቲ ንቡር ህይወት ኪህልዋ ዝነበራ ትምኒትን ተስፋን ድማ በኒኑ ኸም ዚተርፍ ዝገበረ ቓላት ኣውስአ። | ከዚያም ሕይወቷን ለዘለቄታው የሚቀይር ብሎም እንደማንኛውም ሰው የመኖር ምኞቷንና ተስፋዋን የሚያከስም ነገር ተናገረ። |
4,818 | am_tg | እሷ ግን ምንም ሳታመነታ፣ አባቷ ለይሖዋ የገባውን ቃል እንዲፈጽም አበረታታችው። | ንሳ ግና ከይተወላወለት ከምቲ ንየሆዋ እተመባጽዖ ኺገብር ኣተባብዓቶ። |
4,819 | tg_am | ንሳ ግና ከይተወላወለት ከምቲ ንየሆዋ እተመባጽዖ ኺገብር ኣተባብዓቶ። | እሷ ግን ምንም ሳታመነታ፣ አባቷ ለይሖዋ የገባውን ቃል እንዲፈጽም አበረታታችው። |
4,820 | am_tg | የተናገረችው ነገር ታላቅ እምነት እንዳላት ያሳያል። | ቃላታ ነታ ዓባይ እምነታ ዚገልጽ እዩ ነይሩ። |
4,821 | tg_am | ቃላታ ነታ ዓባይ እምነታ ዚገልጽ እዩ ነይሩ። | የተናገረችው ነገር ታላቅ እምነት እንዳላት ያሳያል። |
4,822 | am_tg | ይሖዋ የሚጠይቃት ማንኛውም ነገር፣ እሷን የሚጠቅም እንደሆነ እምነት ነበራት። | የሆዋ ኻብኣ ዚሓትቶ ዘበለ ዅሉ ንጽቡቓ ምዃኑ ትኣምን ነበረት። |
4,823 | tg_am | የሆዋ ኻብኣ ዚሓትቶ ዘበለ ዅሉ ንጽቡቓ ምዃኑ ትኣምን ነበረት። | ይሖዋ የሚጠይቃት ማንኛውም ነገር፣ እሷን የሚጠቅም እንደሆነ እምነት ነበራት። |
4,824 | am_tg | አባቷም የእሷን ምላሽ ሲሰማ ልቡ በኩራት ተሞላ፤ ምክንያቱም ውሳኔውን በፈቃደኝነት መደገፏ የይሖዋን ሞገስ እንደሚያስገኝ ያውቃል። | ኣቦኣ ኸኣ፡ እቲ ጓሉ ንውሳነኡ ንምድጋፍ ዝነበራ ፍቓደኛነት፡ ስምረት የሆዋ ኸም ዜምጽእ ስለ ዝፈለጠ፡ ልቡ ብሓበን መልአ። |
4,825 | tg_am | ኣቦኣ ኸኣ፡ እቲ ጓሉ ንውሳነኡ ንምድጋፍ ዝነበራ ፍቓደኛነት፡ ስምረት የሆዋ ኸም ዜምጽእ ስለ ዝፈለጠ፡ ልቡ ብሓበን መልአ። | አባቷም የእሷን ምላሽ ሲሰማ ልቡ በኩራት ተሞላ፤ ምክንያቱም ውሳኔውን በፈቃደኝነት መደገፏ የይሖዋን ሞገስ እንደሚያስገኝ ያውቃል። |
4,826 | am_tg | ዮፍታሔና ልጁ፣ የይሖዋን ፈቃድ ማድረግ ከባድ በሚሆንበት ጊዜም እንኳ አምላክ ነገሮችን በሚያከናውንበት መንገድ ላይ እምነት እንዳላቸው አሳይተዋል። | ይፍታሕን ጓሉን ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት እውን ከይተረፈ ኣብ መገዲ የሆዋ ትውክልትን እምንቶን ነይርዎም እዩ። |
4,827 | tg_am | ይፍታሕን ጓሉን ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት እውን ከይተረፈ ኣብ መገዲ የሆዋ ትውክልትን እምንቶን ነይርዎም እዩ። | ዮፍታሔና ልጁ፣ የይሖዋን ፈቃድ ማድረግ ከባድ በሚሆንበት ጊዜም እንኳ አምላክ ነገሮችን በሚያከናውንበት መንገድ ላይ እምነት እንዳላቸው አሳይተዋል። |
4,828 | am_tg | የይሖዋን ሞገስ ለማግኘት ሲባል ማንኛውንም መሥዋዕት መክፈል ፈጽሞ እንደማያስቆጭ እርግጠኞች ነበሩ። | ስምረት ኣምላኽ ንምርካብ፡ ዝዀነ ይኹን መስዋእቲ ኪኸፍሉ ኸም ዚግብኦም እዮም ዚኣምኑ ነይሮም። |
4,829 | tg_am | ስምረት ኣምላኽ ንምርካብ፡ ዝዀነ ይኹን መስዋእቲ ኪኸፍሉ ኸም ዚግብኦም እዮም ዚኣምኑ ነይሮም። | የይሖዋን ሞገስ ለማግኘት ሲባል ማንኛውንም መሥዋዕት መክፈል ፈጽሞ እንደማያስቆጭ እርግጠኞች ነበሩ። |
4,830 | am_tg | ይሖዋ ኃጢአታችንን ሙሉ በሙሉ ይቅር የሚለን በቤዛው ላይ እምነት ካለን ነው። | ሓጢኣትና ምሉእ ብምሉእ ኪሕደገልና ዚኽእል፡ በቲ በጃ ምስ እንኣምን ጥራይ እዩ። |
4,831 | tg_am | ሓጢኣትና ምሉእ ብምሉእ ኪሕደገልና ዚኽእል፡ በቲ በጃ ምስ እንኣምን ጥራይ እዩ። | ይሖዋ ኃጢአታችንን ሙሉ በሙሉ ይቅር የሚለን በቤዛው ላይ እምነት ካለን ነው። |
4,832 | am_tg | የአምላክ ቃል ኃጢአታችን ሊደመሰስ እንደሚችል ማረጋገጫ ይሰጠናል። | ቃል ኣምላኽ፡ ሓጢኣትና ኺድምሰሰልና ኸም ዚኽእል የረጋግጸልና እዩ። |
4,833 | tg_am | ቃል ኣምላኽ፡ ሓጢኣትና ኺድምሰሰልና ኸም ዚኽእል የረጋግጸልና እዩ። | የአምላክ ቃል ኃጢአታችን ሊደመሰስ እንደሚችል ማረጋገጫ ይሰጠናል። |
4,834 | am_tg | ይሖዋ በመንፈስ የተቀቡ አገልጋዮቹን በቤዛው አማካኝነት ልጆቹ አድርጎ ተቀብሏቸዋል። | የሆዋ በቲ በጃ ኣቢሉ ብመንፈስ ንእተቐብኡ ኣገልገልቱ ውሉዳቱ ኪዀኑ ተቐቢልዎም እዩ። |
4,835 | tg_am | የሆዋ በቲ በጃ ኣቢሉ ብመንፈስ ንእተቐብኡ ኣገልገልቱ ውሉዳቱ ኪዀኑ ተቐቢልዎም እዩ። | ይሖዋ በመንፈስ የተቀቡ አገልጋዮቹን በቤዛው አማካኝነት ልጆቹ አድርጎ ተቀብሏቸዋል። |
4,836 | am_tg | የሌሎች በጎች ክፍል የሆንነውን ደግሞ እንደ ልጆቹ አድርጎ ለመቀበል የሚያስችል፣ ስማችን የተጻፈበት የምሥክር ወረቀት ያዘጋጀልን ያህል ነው። | ነቶም ካልኦት ኣባጊዕ ዘበልና ድማ፡ ከም ውሉዳቱ ገይሩ ምእንቲ ኪቕበለና ኢሉ ስምና እተጻሕፎ ወረቐት ምስክር ከም ዘዳለወ ጌርካ ኺሕሰብ ይከኣል እዩ። |
4,837 | tg_am | ነቶም ካልኦት ኣባጊዕ ዘበልና ድማ፡ ከም ውሉዳቱ ገይሩ ምእንቲ ኪቕበለና ኢሉ ስምና እተጻሕፎ ወረቐት ምስክር ከም ዘዳለወ ጌርካ ኺሕሰብ ይከኣል እዩ። | የሌሎች በጎች ክፍል የሆንነውን ደግሞ እንደ ልጆቹ አድርጎ ለመቀበል የሚያስችል፣ ስማችን የተጻፈበት የምሥክር ወረቀት ያዘጋጀልን ያህል ነው። |
4,838 | am_tg | ወደ ፍጽምና ደረጃ ከደረስንና የመጨረሻውን ፈተና ካለፍን በኋላ ይሖዋ በምሳሌያዊ አነጋገር በምሥክር ወረቀቱ ላይ በመፈረም ምድራዊ ልጆቹ አድርጎ ይቀበለናል። | ፍጹማት ምስ ኰንናን ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምስ ሓለፍናን ድማ፡ የሆዋ ኣብቲ ዘዳለወልና ወረቐት ምስክር ክታሙ ኼንብርን ከም ምድራውያን ውሉዳቱ ገይሩ ኪቕበለናን እዩ። |
4,839 | tg_am | ፍጹማት ምስ ኰንናን ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምስ ሓለፍናን ድማ፡ የሆዋ ኣብቲ ዘዳለወልና ወረቐት ምስክር ክታሙ ኼንብርን ከም ምድራውያን ውሉዳቱ ገይሩ ኪቕበለናን እዩ። | ወደ ፍጽምና ደረጃ ከደረስንና የመጨረሻውን ፈተና ካለፍን በኋላ ይሖዋ በምሳሌያዊ አነጋገር በምሥክር ወረቀቱ ላይ በመፈረም ምድራዊ ልጆቹ አድርጎ ይቀበለናል። |
4,840 | am_tg | ይሖዋ ውድ ለሆኑት ልጆቹ ያለው ፍቅር ዘላለማዊ ነው። | የሆዋ ንውሉዳቱ ዘለዎ ፍቕሪ ዘለኣለማዊ እዩ። |
4,841 | tg_am | የሆዋ ንውሉዳቱ ዘለዎ ፍቕሪ ዘለኣለማዊ እዩ። | ይሖዋ ውድ ለሆኑት ልጆቹ ያለው ፍቅር ዘላለማዊ ነው። |
4,842 | am_tg | ቤዛው የሚያስገኛቸው ጥቅሞችም ቢሆኑ ዘላለማዊ ናቸው። | ሳላ እቲ በጃ ዚርከብ በረኸት እውን ዘለኣለማዊ እዩ። |
4,843 | tg_am | ሳላ እቲ በጃ ዚርከብ በረኸት እውን ዘለኣለማዊ እዩ። | ቤዛው የሚያስገኛቸው ጥቅሞችም ቢሆኑ ዘላለማዊ ናቸው። |
4,844 | am_tg | ይህ ስጦታ መቼም ቢሆን ዋጋው አይቀንስም። | ዋጋ እዚ ውህበት እዚ ወትሩ ኽቡር እዩ። |
4,845 | tg_am | ዋጋ እዚ ውህበት እዚ ወትሩ ኽቡር እዩ። | ይህ ስጦታ መቼም ቢሆን ዋጋው አይቀንስም። |
4,846 | am_tg | ማንኛውም ሰውም ሆነ ኃይል ይህን ስጦታ ሊወስድብን አይችልም። | ዝዀነ ይኹን ሰብ ወይ ሓይሊ ድማ ኪምንጥለና ኣይክእልን እዩ። |
4,847 | tg_am | ዝዀነ ይኹን ሰብ ወይ ሓይሊ ድማ ኪምንጥለና ኣይክእልን እዩ። | ማንኛውም ሰውም ሆነ ኃይል ይህን ስጦታ ሊወስድብን አይችልም። |
4,848 | am_tg | ይሖዋ ወደ ራሱ የሳበን የትኞቹ የኃጢአት ዝንባሌዎች ይበልጥ እንደሚያስቸግሩን በሚገባ እያወቀ ነው። | የሆዋ ምስኡ ርክብ ክንምስርት ኪስሕበና ኸሎ፡ ዘይፍጽምናና ዜምጽኦ እንታይ ዝንባለታት ከም ዜሸግረና ይፈልጥ እዩ። |
4,849 | tg_am | የሆዋ ምስኡ ርክብ ክንምስርት ኪስሕበና ኸሎ፡ ዘይፍጽምናና ዜምጽኦ እንታይ ዝንባለታት ከም ዜሸግረና ይፈልጥ እዩ። | ይሖዋ ወደ ራሱ የሳበን የትኞቹ የኃጢአት ዝንባሌዎች ይበልጥ እንደሚያስቸግሩን በሚገባ እያወቀ ነው። |
4,850 | am_tg | አልፎ አልፎ እንደምንሳሳትም ይገነዘባል። | ሓሓሊፍና ኸም እንእብስ እውን ይፈልጥ እዩ። |
4,851 | tg_am | ሓሓሊፍና ኸም እንእብስ እውን ይፈልጥ እዩ። | አልፎ አልፎ እንደምንሳሳትም ይገነዘባል። |
4,852 | am_tg | ይሁንና ይሖዋ ይህንን ሁሉ እያወቀ ወዳጆቹ እንድንሆን ጋብዞናል። | እዚ ግና ምሳና ዕርክነት ንምምስራት ከም ዘይደሊ ኣይገበሮን። |
4,853 | tg_am | እዚ ግና ምሳና ዕርክነት ንምምስራት ከም ዘይደሊ ኣይገበሮን። | ይሁንና ይሖዋ ይህንን ሁሉ እያወቀ ወዳጆቹ እንድንሆን ጋብዞናል። |
4,854 | am_tg | አምላክ በፍቅር ተነሳስቶ እጅግ ውድ ስጦታ ይኸውም የሚወደውን ልጁን ቤዛ አድርጎ ሰጥቶናል። | ኣምላኽ ብፍቕሪ ተደሪኹ ኽቡር ውህበት ሂቡና፡ ማለት ነቲ ፍቑር ወዱ በጃና ኺስዋእ ፈቒዱ እዩ። |
4,855 | tg_am | ኣምላኽ ብፍቕሪ ተደሪኹ ኽቡር ውህበት ሂቡና፡ ማለት ነቲ ፍቑር ወዱ በጃና ኺስዋእ ፈቒዱ እዩ። | አምላክ በፍቅር ተነሳስቶ እጅግ ውድ ስጦታ ይኸውም የሚወደውን ልጁን ቤዛ አድርጎ ሰጥቶናል። |
4,856 | am_tg | ኃጢአት በምንሠራበት ጊዜ ንስሐ ከገባንና በዋጋ ሊተመን የማይችለውን ይህን ዝግጅት መሠረት በማድረግ ይቅር እንዲለን ይሖዋን ከጠየቅነው፣ ፍጹም ባንሆንም እንኳ ከእሱ ጋር ያለን ወዳጅነት እንደሚቀጥል እርግጠኞች መሆን እንችላለን። | ምስ ተጋገና ኸኣ፡ እንተ ተነሲሕናን ብመሰረት እዚ ብዋጋ ዘይሽነን መሰናድዎ እዚ ይቕረታ የሆዋ እንተ ደሊናን፡ ዘይፍጹማት ክነስና ምስኡ ዘሎና ዕርክነት ከም ዘይበላሾ እምንቶ ኸነሕድር ንኽእል ኢና። |
4,857 | tg_am | ምስ ተጋገና ኸኣ፡ እንተ ተነሲሕናን ብመሰረት እዚ ብዋጋ ዘይሽነን መሰናድዎ እዚ ይቕረታ የሆዋ እንተ ደሊናን፡ ዘይፍጹማት ክነስና ምስኡ ዘሎና ዕርክነት ከም ዘይበላሾ እምንቶ ኸነሕድር ንኽእል ኢና። | ኃጢአት በምንሠራበት ጊዜ ንስሐ ከገባንና በዋጋ ሊተመን የማይችለውን ይህን ዝግጅት መሠረት በማድረግ ይቅር እንዲለን ይሖዋን ከጠየቅነው፣ ፍጹም ባንሆንም እንኳ ከእሱ ጋር ያለን ወዳጅነት እንደሚቀጥል እርግጠኞች መሆን እንችላለን። |
4,858 | am_tg | ኢሳይያስ፣ ይህ ነቢይ መሪና አዛዥ እንደሚሆን አስቀድሞ ተናግሯል። | ኢሳይያስ፡ እቲ ዚሽየም፡ መራሕን ኣዛዝን ከም ዚኸውን ተነብዩ ነይሩ እዩ። |
4,859 | tg_am | ኢሳይያስ፡ እቲ ዚሽየም፡ መራሕን ኣዛዝን ከም ዚኸውን ተነብዩ ነይሩ እዩ። | ኢሳይያስ፣ ይህ ነቢይ መሪና አዛዥ እንደሚሆን አስቀድሞ ተናግሯል። |
4,860 | am_tg | ዳንኤልም መሪ የሆነው መሲሕ እንደሚመጣ በመንፈስ መሪነት ጽፏል። | ዳንኤል ከኣ ብመንፈስ ተደሪኹ፡ ብዛዕባ ምምጻእ እቲ መሲሕ፡ እቲ መራሒ ጽሒፉ እዩ። |
4,861 | tg_am | ዳንኤል ከኣ ብመንፈስ ተደሪኹ፡ ብዛዕባ ምምጻእ እቲ መሲሕ፡ እቲ መራሒ ጽሒፉ እዩ። | ዳንኤልም መሪ የሆነው መሲሕ እንደሚመጣ በመንፈስ መሪነት ጽፏል። |
4,862 | am_tg | በመጨረሻም ኢየሱስ ክርስቶስ የአምላክ ሕዝቦች መሪ እሱ እንደሆነ ገልጿል። | ኣብ መወዳእታ፡ የሱስ ክርስቶስ፡ መራሒ ህዝቢ ኣምላኽ ምዃኑ ኣርኣየ። |
4,863 | tg_am | ኣብ መወዳእታ፡ የሱስ ክርስቶስ፡ መራሒ ህዝቢ ኣምላኽ ምዃኑ ኣርኣየ። | በመጨረሻም ኢየሱስ ክርስቶስ የአምላክ ሕዝቦች መሪ እሱ እንደሆነ ገልጿል። |
4,864 | am_tg | የኢየሱስ ደቀ መዛሙርት በገዛ ፈቃዳቸው ተነሳስተው የተከተሉት ሲሆን ይሖዋ እሱን እንደመረጠው ያምኑ ነበር። | ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ከኣ ብፍታዎም ሰዓብዎ፣ ሕሩይ የሆዋ ምዃኑ ድማ ኣረጋገጹ። |
4,865 | tg_am | ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ከኣ ብፍታዎም ሰዓብዎ፣ ሕሩይ የሆዋ ምዃኑ ድማ ኣረጋገጹ። | የኢየሱስ ደቀ መዛሙርት በገዛ ፈቃዳቸው ተነሳስተው የተከተሉት ሲሆን ይሖዋ እሱን እንደመረጠው ያምኑ ነበር። |
4,866 | am_tg | ይሁንና ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ ብለው እንዲያምኑ ያደረጋቸው ምንድን ነው? | ግናኸ፡ ዘእመኖም እንታይ እዩ፧ |
4,867 | tg_am | ግናኸ፡ ዘእመኖም እንታይ እዩ፧ | ይሁንና ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ ብለው እንዲያምኑ ያደረጋቸው ምንድን ነው? |
4,868 | am_tg | አጥማቂው ዮሐንስ፣ ኢየሱስ በተጠመቀበት ወቅት ሰማያት ተከፍተው መንፈስ እንደ ርግብ በእሱ ላይ ሲወርድ ተመልክቶ ነበር። | የሱስ ኪጥመቕ ከሎ፡ ዮሃንስ መጥምቕ፡ ሰማያት ኪኽፈት፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኣብኡ ኺወርድ ከሎ ረኣየ። |
4,869 | tg_am | የሱስ ኪጥመቕ ከሎ፡ ዮሃንስ መጥምቕ፡ ሰማያት ኪኽፈት፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኣብኡ ኺወርድ ከሎ ረኣየ። | አጥማቂው ዮሐንስ፣ ኢየሱስ በተጠመቀበት ወቅት ሰማያት ተከፍተው መንፈስ እንደ ርግብ በእሱ ላይ ሲወርድ ተመልክቶ ነበር። |
4,870 | am_tg | ከዚያ በኋላ ኢየሱስ ምድራዊ አገልግሎቱን ባከናወነበት ጊዜ ሁሉ ተአምራትን እንዲፈጽምና ይሖዋ በሰጠው ሥልጣን እንዲናገር መንፈስ ቅዱስ ኃይል ሰጥቶታል። | ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ የሱስ ድማ፡ መንፈስ ኣምላኽ ተኣምራት ኪገብርን ብመለኮታዊ ስልጣን ኪዛረብን ሓይሊ ሂብዎ እዩ። |
4,871 | tg_am | ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ የሱስ ድማ፡ መንፈስ ኣምላኽ ተኣምራት ኪገብርን ብመለኮታዊ ስልጣን ኪዛረብን ሓይሊ ሂብዎ እዩ። | ከዚያ በኋላ ኢየሱስ ምድራዊ አገልግሎቱን ባከናወነበት ጊዜ ሁሉ ተአምራትን እንዲፈጽምና ይሖዋ በሰጠው ሥልጣን እንዲናገር መንፈስ ቅዱስ ኃይል ሰጥቶታል። |
4,872 | am_tg | በተጨማሪም መንፈስ ቅዱስ፣ ኢየሱስ እንደ ፍቅር፣ ደስታና ጠንካራ እምነት ያሉትን ባሕርያት እንዲያፈራ ረድቶታል። | ብዘይካዚ፡ የሱስ ከም ፍቕርን ሓጐስን ጽኑዕ እምነትን ዝኣመሰለ ፍረ መንፈስ ኬፍሪ መንፈስ ቅዱስ ሓጊዝዎ እዩ። |
4,873 | tg_am | ብዘይካዚ፡ የሱስ ከም ፍቕርን ሓጐስን ጽኑዕ እምነትን ዝኣመሰለ ፍረ መንፈስ ኬፍሪ መንፈስ ቅዱስ ሓጊዝዎ እዩ። | በተጨማሪም መንፈስ ቅዱስ፣ ኢየሱስ እንደ ፍቅር፣ ደስታና ጠንካራ እምነት ያሉትን ባሕርያት እንዲያፈራ ረድቶታል። |
4,874 | am_tg | ኢየሱስ የአምላክ ቅዱስ መንፈስ ድጋፍ እንዳለው በግልጽ ታይቷል። | ከምዚ ዓይነት ዜእምን መርትዖ ዘለዎ መራሒ የልቦን። |
4,875 | tg_am | ከምዚ ዓይነት ዜእምን መርትዖ ዘለዎ መራሒ የልቦን። | ኢየሱስ የአምላክ ቅዱስ መንፈስ ድጋፍ እንዳለው በግልጽ ታይቷል። |
4,876 | am_tg | ኢየሱስን መሪ እንዲሆን የመረጠው ይሖዋ ነው። | እወ፡ የሱስ፡ የሆዋ ዝሓረዮ መራሒ እዩ። |
4,877 | tg_am | እወ፡ የሱስ፡ የሆዋ ዝሓረዮ መራሒ እዩ። | ኢየሱስን መሪ እንዲሆን የመረጠው ይሖዋ ነው። |
4,878 | am_tg | የዮፍታሔ ልጅ ንጹሑን አምልኮ ለመደገፍ ስትል፣ ባል የማግባትና ልጅ የመወለድ ተፈጥሯዊ ፍላጎቷን መሥዋዕት አድርጋለች። | ጓል ይፍታሕ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምድንፋዕ፡ ሰብኣይን ውሉድን ኪህልዋ ዝነበራ ባህርያዊ ድሌት መስዋእቲ ገበረት። |
4,879 | tg_am | ጓል ይፍታሕ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምድንፋዕ፡ ሰብኣይን ውሉድን ኪህልዋ ዝነበራ ባህርያዊ ድሌት መስዋእቲ ገበረት። | የዮፍታሔ ልጅ ንጹሑን አምልኮ ለመደገፍ ስትል፣ ባል የማግባትና ልጅ የመወለድ ተፈጥሯዊ ፍላጎቷን መሥዋዕት አድርጋለች። |
4,880 | am_tg | እሷ ያሳየችውን የራስን ጥቅም መሥዋዕት የማድረግ መንፈስ መኮረጅ የምንችለው እንዴት ነው? | ነቲ ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእ ዘርኣየቶ መንፈስ ከመይ ጌርና ኽንቀድሖ ንኽእል፧ |
4,881 | tg_am | ነቲ ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእ ዘርኣየቶ መንፈስ ከመይ ጌርና ኽንቀድሖ ንኽእል፧ | እሷ ያሳየችውን የራስን ጥቅም መሥዋዕት የማድረግ መንፈስ መኮረጅ የምንችለው እንዴት ነው? |
4,882 | am_tg | በሺዎች የሚቆጠሩ ወጣት ክርስቲያን ወንዶችና ሴቶች፣ ይሖዋን በተሟላ መንገድ ለማገልገል ሲሉ ትዳር የመመሥረት አሊያም ልጆች የመውለድ አጋጣሚያቸውን ለተወሰነ ጊዜም ቢሆን በፈቃደኝነት መሥዋዕት አድርገዋል። | ኣሽሓት ክርስትያን ሰብኡትን ኣንስትን ንየሆዋ ብዝያዳ ኼገልግልዎ ኢሎም፡ እንተ ወሓደ ንግዜኡ መውስቦ ወይ ውሉድ ምውላድ ብፍታዎም ይስውኡ ኣለዉ። |
4,883 | tg_am | ኣሽሓት ክርስትያን ሰብኡትን ኣንስትን ንየሆዋ ብዝያዳ ኼገልግልዎ ኢሎም፡ እንተ ወሓደ ንግዜኡ መውስቦ ወይ ውሉድ ምውላድ ብፍታዎም ይስውኡ ኣለዉ። | በሺዎች የሚቆጠሩ ወጣት ክርስቲያን ወንዶችና ሴቶች፣ ይሖዋን በተሟላ መንገድ ለማገልገል ሲሉ ትዳር የመመሥረት አሊያም ልጆች የመውለድ አጋጣሚያቸውን ለተወሰነ ጊዜም ቢሆን በፈቃደኝነት መሥዋዕት አድርገዋል። |
4,884 | am_tg | በጉልምስና ዕድሜ ላይ የሚገኙ ክርስቲያኖችም ቢሆኑ በቲኦክራሲያዊ የግንባታ ፕሮጀክቶች ላይ ወይም በመንግሥቱ ወንጌላውያን ትምህርት ቤት ለመካፈል አሊያም የመንግሥቱ ሰባኪዎች ይበልጥ ወደሚያስፈልጉበት ቦታ ሄደው ለማገልገል ሲሉ ከልጆቻቸውና ከልጅ ልጆቻቸው ጋር ሊያሳልፉ የሚችሉትን ጊዜ መሥዋዕት አድርገዋል። | ብዕድመ ዝዓበዩ ኸኣ ነቲ ምስ ደቆምን ደቂ ደቆምን ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ዝነበሩ ግዜ፡ ኣብ ፕሮጀክትታት ቲኦክራስያዊ ህንጸት፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምክፋል፡ ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዜድልዩሉ ቦታታት ኣብ ምግልጋል የውዕልዎ ኣለዉ። |
4,885 | tg_am | ብዕድመ ዝዓበዩ ኸኣ ነቲ ምስ ደቆምን ደቂ ደቆምን ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ዝነበሩ ግዜ፡ ኣብ ፕሮጀክትታት ቲኦክራስያዊ ህንጸት፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምክፋል፡ ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዜድልዩሉ ቦታታት ኣብ ምግልጋል የውዕልዎ ኣለዉ። | በጉልምስና ዕድሜ ላይ የሚገኙ ክርስቲያኖችም ቢሆኑ በቲኦክራሲያዊ የግንባታ ፕሮጀክቶች ላይ ወይም በመንግሥቱ ወንጌላውያን ትምህርት ቤት ለመካፈል አሊያም የመንግሥቱ ሰባኪዎች ይበልጥ ወደሚያስፈልጉበት ቦታ ሄደው ለማገልገል ሲሉ ከልጆቻቸውና ከልጅ ልጆቻቸው ጋር ሊያሳልፉ የሚችሉትን ጊዜ መሥዋዕት አድርገዋል። |
4,886 | am_tg | ሌሎች ደግሞ በአገልግሎት ዘመቻዎች ላይ ለመካፈል ሲሉ የግል ጉዳዮቻቸውን ለመተው ፈቃደኛ ሆነዋል። | ገሊኦም ከኣ ብሕታዊ ጕዳዮም ሓዲጎም፡ ኣብ ወፈራታት ስብከት ይካፈሉ ኣለዉ። |
4,887 | tg_am | ገሊኦም ከኣ ብሕታዊ ጕዳዮም ሓዲጎም፡ ኣብ ወፈራታት ስብከት ይካፈሉ ኣለዉ። | ሌሎች ደግሞ በአገልግሎት ዘመቻዎች ላይ ለመካፈል ሲሉ የግል ጉዳዮቻቸውን ለመተው ፈቃደኛ ሆነዋል። |
4,888 | am_tg | እንዲህ ያለው በሙሉ ልብ የሚቀርብ አገልግሎት ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል፤ ይሖዋም ሥራቸውንና ለእሱ ያሳዩትን ፍቅር ፈጽሞ አይረሳም። | ከምዚ ዝበለ ብምሉእ ልቢ ዚቐርብ ኣገልግሎት ንየሆዋ ብዙሕ የሐጕሶ እዩ፣ ንሱ ኸኣ ግብሮምን ነቲ ንዕኡ ዘርኣይዎ ፍቕሮምን ከቶ ኣይርስዖን እዩ። |
4,889 | tg_am | ከምዚ ዝበለ ብምሉእ ልቢ ዚቐርብ ኣገልግሎት ንየሆዋ ብዙሕ የሐጕሶ እዩ፣ ንሱ ኸኣ ግብሮምን ነቲ ንዕኡ ዘርኣይዎ ፍቕሮምን ከቶ ኣይርስዖን እዩ። | እንዲህ ያለው በሙሉ ልብ የሚቀርብ አገልግሎት ይሖዋን በጣም ያስደስተዋል፤ ይሖዋም ሥራቸውንና ለእሱ ያሳዩትን ፍቅር ፈጽሞ አይረሳም። |
4,890 | am_tg | የአምላክን ሕግ ለማይከተሉ ሰዎች እንኳ ደግነት ማሳየት ቢገባንም ከእነሱ ጋር ወዳጅነት ልንመሠርት ወይም የቅርብ ጓደኛችን ልናደርጋቸው አይገባም። | ሓቂ እዩ፡ ነቶም ሕጊ ኣምላኽ ዘይስዕቡ ሰባት ለውሃት ከነርእዮም ኣሎና፣ ኰይኑ ግና፡ ናይ ቀረባ ኣዕሩኾም ክንከውን የብልናን። |
4,891 | tg_am | ሓቂ እዩ፡ ነቶም ሕጊ ኣምላኽ ዘይስዕቡ ሰባት ለውሃት ከነርእዮም ኣሎና፣ ኰይኑ ግና፡ ናይ ቀረባ ኣዕሩኾም ክንከውን የብልናን። | የአምላክን ሕግ ለማይከተሉ ሰዎች እንኳ ደግነት ማሳየት ቢገባንም ከእነሱ ጋር ወዳጅነት ልንመሠርት ወይም የቅርብ ጓደኛችን ልናደርጋቸው አይገባም። |
4,892 | am_tg | በመሆኑም አንድ ያላገባ የይሖዋ ምሥክር፣ ራሱን ለአምላክ ካልወሰነና ለይሖዋ ታማኝ ካልሆነ እንዲሁም የአምላክን የላቁ መሥፈርቶች ከማያከብር ሰው ጋር የፍቅር ጓደኝነት መመሥረቱ ስህተት ይሆናል። | ስለዚ፡ ሓደ ዘይተመርዓወ ናይ የሆዋ ምስክር፡ ርእሱ ንየሆዋ ምስ ዘይወፈየን ንኣምላኽ እሙን ምስ ዘይኰነን ነቲ ልዑል ስርዓታት ኣምላኽ ኣኽብሮት ምስ ዘይብሉን ውልቀ ሰብ ፍቕራዊ ርክብ ኪምስርት ጌጋ እዩ። |
4,893 | tg_am | ስለዚ፡ ሓደ ዘይተመርዓወ ናይ የሆዋ ምስክር፡ ርእሱ ንየሆዋ ምስ ዘይወፈየን ንኣምላኽ እሙን ምስ ዘይኰነን ነቲ ልዑል ስርዓታት ኣምላኽ ኣኽብሮት ምስ ዘይብሉን ውልቀ ሰብ ፍቕራዊ ርክብ ኪምስርት ጌጋ እዩ። | በመሆኑም አንድ ያላገባ የይሖዋ ምሥክር፣ ራሱን ለአምላክ ካልወሰነና ለይሖዋ ታማኝ ካልሆነ እንዲሁም የአምላክን የላቁ መሥፈርቶች ከማያከብር ሰው ጋር የፍቅር ጓደኝነት መመሥረቱ ስህተት ይሆናል። |
4,894 | am_tg | በይሖዋ ሕግጋት በማይመሩ ሰዎች ዘንድ ተቀባይነት ከማግኘት ይበልጥ ትልቅ ቦታ ልንሰጠው የሚገባው ነገር፣ ክርስቲያናዊ አቋማችንን ይዘን መቀጠላችን ነው። | በቶም ብስርዓታት ኣምላኽ ዘይመላለሱ ሰባት ክትፍቶ ኻብ ምጽዓር ንላዕሊ፡ ክርስትያናዊ ንጽህናኻ ምሕላው ብዝያዳ የገድስ። |
4,895 | tg_am | በቶም ብስርዓታት ኣምላኽ ዘይመላለሱ ሰባት ክትፍቶ ኻብ ምጽዓር ንላዕሊ፡ ክርስትያናዊ ንጽህናኻ ምሕላው ብዝያዳ የገድስ። | በይሖዋ ሕግጋት በማይመሩ ሰዎች ዘንድ ተቀባይነት ከማግኘት ይበልጥ ትልቅ ቦታ ልንሰጠው የሚገባው ነገር፣ ክርስቲያናዊ አቋማችንን ይዘን መቀጠላችን ነው። |
4,896 | am_tg | የቅርብ ወዳጆቻችን ሊሆኑ የሚገባው የአምላክን ፈቃድ የሚያደርጉ ሰዎች ናቸው። | ስለዚ፡ ምስቶም ፍቓድ ኣምላኽ ዚፍጽሙ ሰባት ኢና ኽንተዓራረኽ ዚግብኣና። |
4,897 | tg_am | ስለዚ፡ ምስቶም ፍቓድ ኣምላኽ ዚፍጽሙ ሰባት ኢና ኽንተዓራረኽ ዚግብኣና። | የቅርብ ወዳጆቻችን ሊሆኑ የሚገባው የአምላክን ፈቃድ የሚያደርጉ ሰዎች ናቸው። |
4,898 | am_tg | መጥፎ ጓደኝነት የሚያስከትለው አስከፊ መዘዝ በእስራኤላውያን ላይ ደርሷል። | እስራኤላውያን ነቲ ሕማቕ ዕርክነት ዜምጽኦ ሳዕቤን ርእዮምዎ እዮም። |
4,899 | tg_am | እስራኤላውያን ነቲ ሕማቕ ዕርክነት ዜምጽኦ ሳዕቤን ርእዮምዎ እዮም። | መጥፎ ጓደኝነት የሚያስከትለው አስከፊ መዘዝ በእስራኤላውያን ላይ ደርሷል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.