Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
5,000 | am_tg | ብዙ የሕዝበ ክርስትና አባላት መነጠቅ የሚለው ትምህርት ክርስቲያኖች ሥጋዊ አካላቸውን እንደለበሱ ከምድር መወሰዳቸውን እንደሚያመለክት ያምናሉ። | ኣብ ህዝበ ክርስትያን ዘለዉ ሓያሎ ሰባት፡ ክርስትያናት ስጋ ለቢሶም ናብ ሰማይ ከም ዚኸዱ እዮም ዚኣምኑ። |
5,001 | tg_am | ኣብ ህዝበ ክርስትያን ዘለዉ ሓያሎ ሰባት፡ ክርስትያናት ስጋ ለቢሶም ናብ ሰማይ ከም ዚኸዱ እዮም ዚኣምኑ። | ብዙ የሕዝበ ክርስትና አባላት መነጠቅ የሚለው ትምህርት ክርስቲያኖች ሥጋዊ አካላቸውን እንደለበሱ ከምድር መወሰዳቸውን እንደሚያመለክት ያምናሉ። |
5,002 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ በሚታይ መንገድ በመመለስ ምድርን እንደሚገዛ ይጠብቃሉ። | ብዘይካዚ፡ የሱስ ኣብ ምድሪ ንኺገዝእ ብዚርአ መገዲ ኸም ዚምለስ እዮም ዚሓስቡ። |
5,003 | tg_am | ብዘይካዚ፡ የሱስ ኣብ ምድሪ ንኺገዝእ ብዚርአ መገዲ ኸም ዚምለስ እዮም ዚሓስቡ። | ከዚያም ኢየሱስ በሚታይ መንገድ በመመለስ ምድርን እንደሚገዛ ይጠብቃሉ። |
5,004 | am_tg | ይሁን እንጂ መጽሐፍ ቅዱስ የሰው ልጅ ምልክት በሰማይ እንደሚታይ እንዲሁም ኢየሱስ በሰማይ ደመና እንደሚመጣ በግልጽ ይናገራል። | መጽሓፍ ቅዱስ ግና፡ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ኪርአ፡ የሱስ ከኣ ብደበናታት ሰማይ ኪመጽእ ምዃኑ ብንጹር ይገልጽ እዩ። |
5,005 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ግና፡ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ኪርአ፡ የሱስ ከኣ ብደበናታት ሰማይ ኪመጽእ ምዃኑ ብንጹር ይገልጽ እዩ። | ይሁን እንጂ መጽሐፍ ቅዱስ የሰው ልጅ ምልክት በሰማይ እንደሚታይ እንዲሁም ኢየሱስ በሰማይ ደመና እንደሚመጣ በግልጽ ይናገራል። |
5,006 | am_tg | ሁለቱም አገላለጾች የሚያመለክቱት በዓይን የማይታይ ሁኔታን ነው። | እዚ መግለጺ እዚ፡ የሱስ ብዘይርአ መገዲ ኸም ዚመጽእ ዚሕብር እዩ። |
5,007 | tg_am | እዚ መግለጺ እዚ፡ የሱስ ብዘይርአ መገዲ ኸም ዚመጽእ ዚሕብር እዩ። | ሁለቱም አገላለጾች የሚያመለክቱት በዓይን የማይታይ ሁኔታን ነው። |
5,008 | am_tg | በተጨማሪም ሥጋና ደም የአምላክን መንግሥት አይወርስም። | ብተወሳኺ፡ ስጋን ደምን መንግስቲ ኣምላኽ ኪወርስ ከም ዘይክእል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ኣሎ። |
5,009 | tg_am | ብተወሳኺ፡ ስጋን ደምን መንግስቲ ኣምላኽ ኪወርስ ከም ዘይክእል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ኣሎ። | በተጨማሪም ሥጋና ደም የአምላክን መንግሥት አይወርስም። |
5,010 | am_tg | በመሆኑም ወደ ሰማይ የሚወሰዱ ሰዎች የመጨረሻው መለከት በሚነፋበት ወቅት ድንገት፣ በቅጽበተ ዓይን መለወጥ ይኖርባቸዋል። | ስለዚ፡ እቶም ናብ ሰማይ ዚኸዱ፡ እታ ናይ መወዳእታ መለኸት ኣብ እትንፍሓሉ እዋን፡ ብሓንሳእ፡ ብቕጽበት ዓይኒ ኺልወጡ ኼድሊ እዩ። |
5,011 | tg_am | ስለዚ፡ እቶም ናብ ሰማይ ዚኸዱ፡ እታ ናይ መወዳእታ መለኸት ኣብ እትንፍሓሉ እዋን፡ ብሓንሳእ፡ ብቕጽበት ዓይኒ ኺልወጡ ኼድሊ እዩ። | በመሆኑም ወደ ሰማይ የሚወሰዱ ሰዎች የመጨረሻው መለከት በሚነፋበት ወቅት ድንገት፣ በቅጽበተ ዓይን መለወጥ ይኖርባቸዋል። |
5,012 | am_tg | በምድር የቀሩት ታማኝ ቅቡዓን በቅጽበት ወደ ሰማይ ይሰበሰባሉ። | እወ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ተረፍ ቅቡኣት፡ ብቕጽበት ኪእከቡ እዮም። |
5,013 | tg_am | እወ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ተረፍ ቅቡኣት፡ ብቕጽበት ኪእከቡ እዮም። | በምድር የቀሩት ታማኝ ቅቡዓን በቅጽበት ወደ ሰማይ ይሰበሰባሉ። |
5,014 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
5,015 | tg_am | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ | ለምን? |
5,016 | am_tg | እርስ በርሳችን እንደ ወንድማማች መዋደዳችንን መቀጠል አስፈላጊ የሆነው ለምንድን ነው? | እታ ሕውነታዊት ፍቕርና ኽትጸንዕ፡ ማለት ቀጻሊ ኽትከውን ዜድሊ ስለምንታይ እዩ፧ |
5,017 | tg_am | እታ ሕውነታዊት ፍቕርና ኽትጸንዕ፡ ማለት ቀጻሊ ኽትከውን ዜድሊ ስለምንታይ እዩ፧ | እርስ በርሳችን እንደ ወንድማማች መዋደዳችንን መቀጠል አስፈላጊ የሆነው ለምንድን ነው? |
5,018 | am_tg | ዋነኛው ምክንያት፣ ይሖዋ አንዳችን ለሌላው የወንድማማች ፍቅር እንድናሳይ የሚጠብቅብን መሆኑ ነው። | መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ብሓጺሩ፡ የሆዋ ኣብ መንጎ ሓድሕድና ሕውነታዊት ፍቕሪ ኸነርኢ ስለ ዚደልየና እዩ። |
5,019 | tg_am | መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ብሓጺሩ፡ የሆዋ ኣብ መንጎ ሓድሕድና ሕውነታዊት ፍቕሪ ኸነርኢ ስለ ዚደልየና እዩ። | ዋነኛው ምክንያት፣ ይሖዋ አንዳችን ለሌላው የወንድማማች ፍቅር እንድናሳይ የሚጠብቅብን መሆኑ ነው። |
5,020 | am_tg | ወንድሞቻችንን ሳንወድ አምላክን እንወደዋለን ማለት የማይመስል ነገር ነው። | ንኣምላኽ ነፍቅር ኢና እናበልና፡ ንኣሕዋትና ዘይነፍቅር ክንከውን ኣይንኽእልን ኢና። |
5,021 | tg_am | ንኣምላኽ ነፍቅር ኢና እናበልና፡ ንኣሕዋትና ዘይነፍቅር ክንከውን ኣይንኽእልን ኢና። | ወንድሞቻችንን ሳንወድ አምላክን እንወደዋለን ማለት የማይመስል ነገር ነው። |
5,022 | am_tg | በተጨማሪም አንዳችን የሌላው ድጋፍ ያስፈልገናል። | ብዘይካዚ፡ ንሓድሕድና ኽንደጋገፍ ኣሎና። |
5,023 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ንሓድሕድና ኽንደጋገፍ ኣሎና። | በተጨማሪም አንዳችን የሌላው ድጋፍ ያስፈልገናል። |
5,024 | am_tg | በተለይ በአስቸጋሪ ጊዜያት ወንድሞቻችን ይበልጥ ያስፈልጉናል። | ምናዳ ብግዜ ሽግር ከምኡ ኽንገብር ኣሎና። |
5,025 | tg_am | ምናዳ ብግዜ ሽግር ከምኡ ኽንገብር ኣሎና። | በተለይ በአስቸጋሪ ጊዜያት ወንድሞቻችን ይበልጥ ያስፈልጉናል። |
5,026 | am_tg | ጳውሎስ ደብዳቤውን ከጻፈላቸው ዕብራውያን ክርስቲያኖች አንዳንዶቹ ብዙም ሳይቆይ ቤት ንብረታቸውን ጥለው መሸሽ እንደሚኖርባቸው ያውቃል። | ገለ ኻብቶም እብራውያን ክርስትያናት ኣባይቶምን ንብረቶምን ኪሓድጉ ኸም ዘለዎም፡ ጳውሎስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
5,027 | tg_am | ገለ ኻብቶም እብራውያን ክርስትያናት ኣባይቶምን ንብረቶምን ኪሓድጉ ኸም ዘለዎም፡ ጳውሎስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | ጳውሎስ ደብዳቤውን ከጻፈላቸው ዕብራውያን ክርስቲያኖች አንዳንዶቹ ብዙም ሳይቆይ ቤት ንብረታቸውን ጥለው መሸሽ እንደሚኖርባቸው ያውቃል። |
5,028 | am_tg | ይህ ወቅት ምን ያህል ከባድ እንደሚሆን ኢየሱስ ተናግሯል። | እቲ ግዜ እቲ ኽሳዕ ክንደይ ከቢድ ከም ዚኸውን እውን፡ የሱስ ገሊጽዎ ነይሩ እዩ። |
5,029 | tg_am | እቲ ግዜ እቲ ኽሳዕ ክንደይ ከቢድ ከም ዚኸውን እውን፡ የሱስ ገሊጽዎ ነይሩ እዩ። | ይህ ወቅት ምን ያህል ከባድ እንደሚሆን ኢየሱስ ተናግሯል። |
5,030 | am_tg | በመሆኑም እነዚያ ክርስቲያኖች፣ አንዳቸው ለሌላው ያላቸውን ፍቅር ከመቼውም ጊዜ ይበልጥ ማጠናከር ይኖርባቸዋል። | ስለዚ፡ እቶም ክርስትያናት ካብ ቅድሚኡ ብዝያዳ ንሓድሕዶም ኪፋተዉ ነይርዎም። |
5,031 | tg_am | ስለዚ፡ እቶም ክርስትያናት ካብ ቅድሚኡ ብዝያዳ ንሓድሕዶም ኪፋተዉ ነይርዎም። | በመሆኑም እነዚያ ክርስቲያኖች፣ አንዳቸው ለሌላው ያላቸውን ፍቅር ከመቼውም ጊዜ ይበልጥ ማጠናከር ይኖርባቸዋል። |
5,032 | am_tg | እስከ ዛሬ ሆኖ የማያውቀው ታላቅ መከራ የጥፋት ነፋሳት በቅርቡ ይለቀቃሉ። | ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ኣዕናዊ ንፋሳት እቲ ኻብ ኵሉ ዝበርትዐ ጸበባ ኺፍኖ እዩ። |
5,033 | tg_am | ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ኣዕናዊ ንፋሳት እቲ ኻብ ኵሉ ዝበርትዐ ጸበባ ኺፍኖ እዩ። | እስከ ዛሬ ሆኖ የማያውቀው ታላቅ መከራ የጥፋት ነፋሳት በቅርቡ ይለቀቃሉ። |
5,034 | am_tg | አዘውትረን መሰብሰባችን ብቻውን በቂ አይደለም። | ብስሩዕ ምእካብ ጥራይ እኹል ኣይኰነን። |
5,035 | tg_am | ብስሩዕ ምእካብ ጥራይ እኹል ኣይኰነን። | አዘውትረን መሰብሰባችን ብቻውን በቂ አይደለም። |
5,036 | am_tg | ጳውሎስ እነዚህን አጋጣሚዎች ለፍቅርና ለመልካም ሥራዎች እርስ በርስ ለመነቃቃት እንዲጠቀሙባቸው ዕብራውያን ክርስቲያኖችን አሳስቧቸዋል። | ጳውሎስ ነቶም እብራውያን ክርስትያናት፡ ነቲ ኣጋጣሚታት እቲ ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ንምንቕቓሕ ኪጥቀሙሉ ኣዘኻኺርዎም እዩ። |
5,037 | tg_am | ጳውሎስ ነቶም እብራውያን ክርስትያናት፡ ነቲ ኣጋጣሚታት እቲ ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ንምንቕቓሕ ኪጥቀሙሉ ኣዘኻኺርዎም እዩ። | ጳውሎስ እነዚህን አጋጣሚዎች ለፍቅርና ለመልካም ሥራዎች እርስ በርስ ለመነቃቃት እንዲጠቀሙባቸው ዕብራውያን ክርስቲያኖችን አሳስቧቸዋል። |
5,038 | am_tg | እዚህ ላይ ሐዋርያው ጳውሎስ ሊያጎላው የፈለገው ነጥብ ምንድን ነው? | ኣብዚ ሃዋርያ ጳውሎስ እንታይ መልእኽቲ እዩ ዜመሓላልፍ ዘሎ፧ |
5,039 | tg_am | ኣብዚ ሃዋርያ ጳውሎስ እንታይ መልእኽቲ እዩ ዜመሓላልፍ ዘሎ፧ | እዚህ ላይ ሐዋርያው ጳውሎስ ሊያጎላው የፈለገው ነጥብ ምንድን ነው? |
5,040 | am_tg | አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን ከይሖዋ ጋር ያለውን ጥሩ ግንኙነት ጠብቆ ካልተመላለሰ ከቂጣው የሚበላውና ከጽዋው የሚጠጣው ሳይገባው ይሆናል። | ሓደ ቕቡእ ክርስትያን ነቲ ምስ የሆዋ ዘለዎ ጽቡቕ ርክብ እንተ ዘይሓልይዎ፡ ከይተገብኦ እዩ ዚወስድ። |
5,041 | tg_am | ሓደ ቕቡእ ክርስትያን ነቲ ምስ የሆዋ ዘለዎ ጽቡቕ ርክብ እንተ ዘይሓልይዎ፡ ከይተገብኦ እዩ ዚወስድ። | አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን ከይሖዋ ጋር ያለውን ጥሩ ግንኙነት ጠብቆ ካልተመላለሰ ከቂጣው የሚበላውና ከጽዋው የሚጠጣው ሳይገባው ይሆናል። |
5,042 | am_tg | እንዲህ ያለው ማስጠንቀቂያ ቅቡዓን ክርስቲያኖች ሽልማታቸውን ገና እንዳላገኙ እንዲያስታውሱ ያደርጋል። | ከምዚ ዝበለ መጠንቀቕታ፡ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ነቲ ዓስቢ ገና ኸም ዘይሓዝዎ እዩ ዜዘኻኽሮም። |
5,043 | tg_am | ከምዚ ዝበለ መጠንቀቕታ፡ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ነቲ ዓስቢ ገና ኸም ዘይሓዝዎ እዩ ዜዘኻኽሮም። | እንዲህ ያለው ማስጠንቀቂያ ቅቡዓን ክርስቲያኖች ሽልማታቸውን ገና እንዳላገኙ እንዲያስታውሱ ያደርጋል። |
5,044 | am_tg | አምላክ በክርስቶስ ኢየሱስ በኩል የሚሰጠውን የሰማያዊውን ሕይወት ሽልማት ያገኙ ዘንድ ግባቸው ላይ ለመድረስ ጥረት ማድረጋቸውን መቀጠል አለባቸው። | ብቐጻሊ ናብቲ ሸቶ ኣቢሎም፡ ናብቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ሽልማት ናይ ላዕሊ ጽውዓ ኣምላኽ ኪግስግሱ ኣለዎም። |
5,045 | tg_am | ብቐጻሊ ናብቲ ሸቶ ኣቢሎም፡ ናብቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ሽልማት ናይ ላዕሊ ጽውዓ ኣምላኽ ኪግስግሱ ኣለዎም። | አምላክ በክርስቶስ ኢየሱስ በኩል የሚሰጠውን የሰማያዊውን ሕይወት ሽልማት ያገኙ ዘንድ ግባቸው ላይ ለመድረስ ጥረት ማድረጋቸውን መቀጠል አለባቸው። |
5,046 | am_tg | ጳውሎስ ለቅቡዓን ክርስቲያኖች ከተጠራችሁበት ጥሪ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ትመላለሱ ዘንድ እለምናችኋለሁ በማለት በመንፈስ መሪነት ጽፎላቸዋል። | ጳውሎስ ብመንፈስ ተደሪኹ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ነቲ እተጸዋዕኩምሉ ጽውዓ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ ኢሉ ለሚንዎም እዩ። |
5,047 | tg_am | ጳውሎስ ብመንፈስ ተደሪኹ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ነቲ እተጸዋዕኩምሉ ጽውዓ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ ኢሉ ለሚንዎም እዩ። | ጳውሎስ ለቅቡዓን ክርስቲያኖች ከተጠራችሁበት ጥሪ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ትመላለሱ ዘንድ እለምናችኋለሁ በማለት በመንፈስ መሪነት ጽፎላቸዋል። |
5,048 | am_tg | ይህን የሚያደርጉት እንዴት ነው? | ከመይ ገይሮም እዮም ከምኡ ዚገብሩ፧ |
5,049 | tg_am | ከመይ ገይሮም እዮም ከምኡ ዚገብሩ፧ | ይህን የሚያደርጉት እንዴት ነው? |
5,050 | am_tg | ጳውሎስ በመቀጠል እንዲህ ብሏል፦ በፍጹም ትሕትናና ገርነት፣ በትዕግሥት እንዲሁም እርስ በርሳችሁ በፍቅር በመቻቻል ኑሩ፤ አንድ ላይ በሚያስተሳስረው የሰላም ማሰሪያ የመንፈስን አንድነት ለመጠበቅ ልባዊ ጥረት አድርጉ። | ጳውሎስ ኣስዕብ ኣቢሉ፡ ብዅሉ ትሕትናን ብልእመትን ብዓቕልን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተዓጋገስኩምን፡ ንሓድነት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ክትሕልውዎ ተጋደሉ ኢልዎም እዩ። |
5,051 | tg_am | ጳውሎስ ኣስዕብ ኣቢሉ፡ ብዅሉ ትሕትናን ብልእመትን ብዓቕልን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተዓጋገስኩምን፡ ንሓድነት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ክትሕልውዎ ተጋደሉ ኢልዎም እዩ። | ጳውሎስ በመቀጠል እንዲህ ብሏል፦ በፍጹም ትሕትናና ገርነት፣ በትዕግሥት እንዲሁም እርስ በርሳችሁ በፍቅር በመቻቻል ኑሩ፤ አንድ ላይ በሚያስተሳስረው የሰላም ማሰሪያ የመንፈስን አንድነት ለመጠበቅ ልባዊ ጥረት አድርጉ። |
5,052 | am_tg | የይሖዋ መንፈስ ኩራትን ሳይሆን ትሕትናን ማዳበርን ያበረታታል። | መንፈስ የሆዋ ትሕትና እምበር፡ ትዕቢት ኣየፍርን እዩ። |
5,053 | tg_am | መንፈስ የሆዋ ትሕትና እምበር፡ ትዕቢት ኣየፍርን እዩ። | የይሖዋ መንፈስ ኩራትን ሳይሆን ትሕትናን ማዳበርን ያበረታታል። |
5,054 | am_tg | ኖኅ በክፋት በተሞላ ዓለም ውስጥ ይኖር ነበር፤ ሆኖም ኖኅ በዘመኑ የነበሩ ሰዎችን የቅርብ ጓደኞቹ አላደረገም። | ኖህ ኣብ እክይቲ ዓለም እዩ ዚነብር ነይሩ፣ ኰይኑ ግና፡ ካብቶም ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ ተቐማጦ ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ ኣይነበርዎን። |
5,055 | tg_am | ኖህ ኣብ እክይቲ ዓለም እዩ ዚነብር ነይሩ፣ ኰይኑ ግና፡ ካብቶም ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ ተቐማጦ ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ ኣይነበርዎን። | ኖኅ በክፋት በተሞላ ዓለም ውስጥ ይኖር ነበር፤ ሆኖም ኖኅ በዘመኑ የነበሩ ሰዎችን የቅርብ ጓደኞቹ አላደረገም። |
5,056 | am_tg | ኖኅ፣ ፈሪሃ አምላክ ከሌላቸው ሰዎች ጋር ፈጽሞ ወዳጅነት አልመሠረተም። | ኖህ ምስቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ሰባት ፈጺሙ ኣይተዓራረኸን። |
5,057 | tg_am | ኖህ ምስቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ሰባት ፈጺሙ ኣይተዓራረኸን። | ኖኅ፣ ፈሪሃ አምላክ ከሌላቸው ሰዎች ጋር ፈጽሞ ወዳጅነት አልመሠረተም። |
5,058 | am_tg | እሱም ሆነ ሰባቱ የቤተሰቡ አባላት መርከብ መሥራትን ጨምሮ አምላክ የሰጣቸውን ኃላፊነት በመወጣት ላይ ትኩረት አድርገው ነበር። | ንሱን ሸውዓተ ኣባላት ስድራ ቤቱን፡ ኣብቲ ኣምላኽ ዝሃቦም ዕዮ፡ እንተላይ ኣብ ህንጸት መርከብ እዮም ተጸሚዶም ነይሮም። |
5,059 | tg_am | ንሱን ሸውዓተ ኣባላት ስድራ ቤቱን፡ ኣብቲ ኣምላኽ ዝሃቦም ዕዮ፡ እንተላይ ኣብ ህንጸት መርከብ እዮም ተጸሚዶም ነይሮም። | እሱም ሆነ ሰባቱ የቤተሰቡ አባላት መርከብ መሥራትን ጨምሮ አምላክ የሰጣቸውን ኃላፊነት በመወጣት ላይ ትኩረት አድርገው ነበር። |
5,060 | am_tg | በተጨማሪም ኖኅ የጽድቅ ሰባኪ ነበር። | ኣብ ርእሲ እዚ ኖህ፡ ሰባኽ ጽድቂ እዩ ነይሩ። |
5,061 | tg_am | ኣብ ርእሲ እዚ ኖህ፡ ሰባኽ ጽድቂ እዩ ነይሩ። | በተጨማሪም ኖኅ የጽድቅ ሰባኪ ነበር። |
5,062 | am_tg | ኖኅ መስበኩ፣ መርከብ መሥራቱና ከቤተሰቡ ጋር የነበረው ቅርርብ አምላክ የሚደሰትባቸውን መልካም ነገሮች በማከናወን እንዲጠመድ አስችሎታል። | ኣብ ዕዮ ስብከት ይካፈልን መርከብ ይሃንጽን ምስ ስድራ ቤቱ ግዜ የሕልፍን ስለ ዝነበረ፡ በቲ ንኣምላኽ ዜሐጕሶ ሰናይ ነገራት ትሑዝ እዩ ነይሩ። |
5,063 | tg_am | ኣብ ዕዮ ስብከት ይካፈልን መርከብ ይሃንጽን ምስ ስድራ ቤቱ ግዜ የሕልፍን ስለ ዝነበረ፡ በቲ ንኣምላኽ ዜሐጕሶ ሰናይ ነገራት ትሑዝ እዩ ነይሩ። | ኖኅ መስበኩ፣ መርከብ መሥራቱና ከቤተሰቡ ጋር የነበረው ቅርርብ አምላክ የሚደሰትባቸውን መልካም ነገሮች በማከናወን እንዲጠመድ አስችሎታል። |
5,064 | am_tg | በዚህም የተነሳ ኖኅና ቤተሰቡ ከጥፋት ውኃው መትረፍ ችለዋል። | ከም ውጽኢቱ ኸኣ፡ ንሱን ስድራ ቤቱን ካብቲ ማይ ኣይሂ ደሓኑ። |
5,065 | tg_am | ከም ውጽኢቱ ኸኣ፡ ንሱን ስድራ ቤቱን ካብቲ ማይ ኣይሂ ደሓኑ። | በዚህም የተነሳ ኖኅና ቤተሰቡ ከጥፋት ውኃው መትረፍ ችለዋል። |
5,066 | am_tg | በዛሬው ጊዜ ያለን በሙሉ የእነዚህ የይሖዋ አገልጋዮች ዘሮች ነን፤ ታማኙ ኖኅ፣ ሚስቱ፣ ልጆቹና ሚስቶቻቸው ባለውለታችን ናቸው። | ሎሚ ዘለና ዅላትና ዘርኢ እቶም ንየሆዋ ብተኣማንነት ዘገልገልዎ ኖህን ሰበይቱን ደቁን ኣንስቲ ደቁን ስለ ዝዀንና፡ ነቲ ዝገበርዎ ኸነማስወሉ ኣሎና። |
5,067 | tg_am | ሎሚ ዘለና ዅላትና ዘርኢ እቶም ንየሆዋ ብተኣማንነት ዘገልገልዎ ኖህን ሰበይቱን ደቁን ኣንስቲ ደቁን ስለ ዝዀንና፡ ነቲ ዝገበርዎ ኸነማስወሉ ኣሎና። | በዛሬው ጊዜ ያለን በሙሉ የእነዚህ የይሖዋ አገልጋዮች ዘሮች ነን፤ ታማኙ ኖኅ፣ ሚስቱ፣ ልጆቹና ሚስቶቻቸው ባለውለታችን ናቸው። |
5,068 | am_tg | በተመሳሳይም በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበሩ ታማኝና ታዛዥ ክርስቲያኖች አምላካዊ ፍርሃት ከሌላቸው ሰዎች በመራቃቸው በ70 ዓ.ም. ኢየሩሳሌምና የአይሁድ ሥርዓት ሲጠፉ መትረፍ ችለዋል። | ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ እሙናትን እዙዛትን ክርስትያናት እውን፡ ካብቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይነበሮም ሰባት እተፈልዩ ስለ ዝነበሩ፡ ካብቲ ብ70 ድ.ክ. ዘጋጠመ ጥፍኣት የሩሳሌምን ስርዓት ኣይሁድን ደሓኑ። |
5,069 | tg_am | ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ እሙናትን እዙዛትን ክርስትያናት እውን፡ ካብቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይነበሮም ሰባት እተፈልዩ ስለ ዝነበሩ፡ ካብቲ ብ70 ድ.ክ. ዘጋጠመ ጥፍኣት የሩሳሌምን ስርዓት ኣይሁድን ደሓኑ። | በተመሳሳይም በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበሩ ታማኝና ታዛዥ ክርስቲያኖች አምላካዊ ፍርሃት ከሌላቸው ሰዎች በመራቃቸው በ70 ዓ.ም. ኢየሩሳሌምና የአይሁድ ሥርዓት ሲጠፉ መትረፍ ችለዋል። |
5,070 | am_tg | ማንኛውም ዓይነት ጊዜ ማሳለፊያ ጠቃሚ እንዲሁም አእምሮንና ሰውነትን የሚያድስ ነው ማለት አይደለም፤ በተጨማሪም ረዘም ያለ ሰዓት በመዝናኛ ማጥፋት አሊያም ብዙ ጊዜ ለመዝናኛ መመደብ ጥሩ አይደለም። | መሕለፍ ግዜ ዘበለ ዅሉ ኣይኰነን ዚጠቅምን ዜዛንን ዜሐድስን፣ ኣብ መዘናግዒ እምብዛ ግዜ ምሕላፍ፡ ወይ እናሳዕ ንምዝንጋዕ ምፍታን ጽቡቕ ኣይኰነን። |
5,071 | tg_am | መሕለፍ ግዜ ዘበለ ዅሉ ኣይኰነን ዚጠቅምን ዜዛንን ዜሐድስን፣ ኣብ መዘናግዒ እምብዛ ግዜ ምሕላፍ፡ ወይ እናሳዕ ንምዝንጋዕ ምፍታን ጽቡቕ ኣይኰነን። | ማንኛውም ዓይነት ጊዜ ማሳለፊያ ጠቃሚ እንዲሁም አእምሮንና ሰውነትን የሚያድስ ነው ማለት አይደለም፤ በተጨማሪም ረዘም ያለ ሰዓት በመዝናኛ ማጥፋት አሊያም ብዙ ጊዜ ለመዝናኛ መመደብ ጥሩ አይደለም። |
5,072 | am_tg | ሕሊናችን ገንቢ በሆነ መዝናኛ እንድንደሰትና ከመዝናኛ ጥቅም እንድናገኝ ሊረዳን የሚችለው እንዴት ነው? | ሃናጺ ብዝዀነ መዘናግዒ ባህ ምእንቲ ኺብለና፡ ካብኡ እውን ምእንቲ ኽንጥቀም፡ ሕልናና ብኸመይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ |
5,073 | tg_am | ሃናጺ ብዝዀነ መዘናግዒ ባህ ምእንቲ ኺብለና፡ ካብኡ እውን ምእንቲ ኽንጥቀም፡ ሕልናና ብኸመይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ | ሕሊናችን ገንቢ በሆነ መዝናኛ እንድንደሰትና ከመዝናኛ ጥቅም እንድናገኝ ሊረዳን የሚችለው እንዴት ነው? |
5,074 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ የሥጋ ሥራዎች ብሎ ከሚጠራቸው አንዳንድ ምግባሮች እንድንርቅ ያስጠነቅቀናል። | ቅዱሳት ጽሑፋት፡ ግብሪ ስጋ ኻብ ዚብሃል ገሊኡ ጠባያት ክንርሕቕ የጠንቅቐና እዩ። |
5,075 | tg_am | ቅዱሳት ጽሑፋት፡ ግብሪ ስጋ ኻብ ዚብሃል ገሊኡ ጠባያት ክንርሕቕ የጠንቅቐና እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ የሥጋ ሥራዎች ብሎ ከሚጠራቸው አንዳንድ ምግባሮች እንድንርቅ ያስጠነቅቀናል። |
5,076 | am_tg | የሥጋ ሥራዎች የሚከተሉትን ያካትታሉ፦ የፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ዓይን ያወጣ ምግባር፣ ጣዖት አምልኮ፣ መናፍስታዊ ድርጊት፣ ጥላቻ፣ ጠብ፣ ቅናት፣ በቁጣ መገንፈል፣ ጭቅጭቅ፣ መከፋፈል፣ መናፍቅነት፣ ምቀኝነት፣ ሰካራምነት፣ መረን የለቀቀ ፈንጠዝያና እነዚህን የመሳሰሉ ናቸው። | እዚ ግብሪ እዚ ድማ፡ ምንዝርና፡ ርኽሰት፡ ንውርምና፡ ኣምልኾ ጣኦት፡ መናፍስትነት፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ግርጭት፡ ፍልልይ፡ ኑፋቐ፡ ምንቀኝነት፡ ስኽራን፡ ፈንጠዝያ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን የጠቓልል። |
5,077 | tg_am | እዚ ግብሪ እዚ ድማ፡ ምንዝርና፡ ርኽሰት፡ ንውርምና፡ ኣምልኾ ጣኦት፡ መናፍስትነት፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ግርጭት፡ ፍልልይ፡ ኑፋቐ፡ ምንቀኝነት፡ ስኽራን፡ ፈንጠዝያ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን የጠቓልል። | የሥጋ ሥራዎች የሚከተሉትን ያካትታሉ፦ የፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ዓይን ያወጣ ምግባር፣ ጣዖት አምልኮ፣ መናፍስታዊ ድርጊት፣ ጥላቻ፣ ጠብ፣ ቅናት፣ በቁጣ መገንፈል፣ ጭቅጭቅ፣ መከፋፈል፣ መናፍቅነት፣ ምቀኝነት፣ ሰካራምነት፣ መረን የለቀቀ ፈንጠዝያና እነዚህን የመሳሰሉ ናቸው። |
5,078 | am_tg | ጳውሎስ እንዲህ ያሉትን ነገሮች የሚፈጽሙ የአምላክን መንግሥት አይወርሱም ሲል ጽፏል። | ጳውሎስ፡ እቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ እውን ጽሒፉ እዩ። |
5,079 | tg_am | ጳውሎስ፡ እቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ እውን ጽሒፉ እዩ። | ጳውሎስ እንዲህ ያሉትን ነገሮች የሚፈጽሙ የአምላክን መንግሥት አይወርሱም ሲል ጽፏል። |
5,080 | am_tg | በጸሎት ናሙናው ላይ አባቴ ሆይ ሳይሆን አባታችን ሆይ መባሉ እርስ በርስ ከልብ በሚዋደድ የወንድማማች ማኅበር ውስጥ እንደታቀፍን ያስታውሰናል። | እታ ኣቦይ ዘይኰነስ፡ ኣቦና እትብል ቃል፡ ኣባላት ንሓድሕዶም ብሓቂ ዚፋቐሩ ኣሕዋት ምዃንና ተዘኻኽረና እያ። |
5,081 | tg_am | እታ ኣቦይ ዘይኰነስ፡ ኣቦና እትብል ቃል፡ ኣባላት ንሓድሕዶም ብሓቂ ዚፋቐሩ ኣሕዋት ምዃንና ተዘኻኽረና እያ። | በጸሎት ናሙናው ላይ አባቴ ሆይ ሳይሆን አባታችን ሆይ መባሉ እርስ በርስ ከልብ በሚዋደድ የወንድማማች ማኅበር ውስጥ እንደታቀፍን ያስታውሰናል። |
5,082 | am_tg | ይህ እንዴት ያለ ውድ መብት ነው! አምላክ እንደ ልጆቹ አድርጎ የወሰዳቸውና ሰማያዊ ሕይወት የሚያገኙ ቅቡዓን ክርስቲያኖች ይሖዋን አባት ብለው የመጥራት ልዩ የሆነ መብት አላቸው። | እዝስ ከመይ ዝበለ ኽቡር መሰል ኰን እዩ! እቶም ኣምላኽ ከም ደቁ ገይሩ እተቐበሎምን ሰማያዊ ተስፋ ዘለዎምን ቅቡኣት ክርስትያናት፡ ንየሆዋ ኣቦና ኢሎም ኪጽውዕዎ ይኽእሉ እዮም። |
5,083 | tg_am | እዝስ ከመይ ዝበለ ኽቡር መሰል ኰን እዩ! እቶም ኣምላኽ ከም ደቁ ገይሩ እተቐበሎምን ሰማያዊ ተስፋ ዘለዎምን ቅቡኣት ክርስትያናት፡ ንየሆዋ ኣቦና ኢሎም ኪጽውዕዎ ይኽእሉ እዮም። | ይህ እንዴት ያለ ውድ መብት ነው! አምላክ እንደ ልጆቹ አድርጎ የወሰዳቸውና ሰማያዊ ሕይወት የሚያገኙ ቅቡዓን ክርስቲያኖች ይሖዋን አባት ብለው የመጥራት ልዩ የሆነ መብት አላቸው። |
5,084 | am_tg | በምድር ላይ ለዘላለም የመኖር ተስፋ ያላቸው ክርስቲያኖችም ቢሆኑ ይሖዋን አባት ብለው መጥራት ይችላሉ። | እቶም ኣብ ምድሪ ናይ ምንባር ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እውን እንተ ዀኑ ንየሆዋ፡ ኣቦና ኢሎም ኪጽውዕዎ ይኽእሉ እዮም። |
5,085 | tg_am | እቶም ኣብ ምድሪ ናይ ምንባር ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እውን እንተ ዀኑ ንየሆዋ፡ ኣቦና ኢሎም ኪጽውዕዎ ይኽእሉ እዮም። | በምድር ላይ ለዘላለም የመኖር ተስፋ ያላቸው ክርስቲያኖችም ቢሆኑ ይሖዋን አባት ብለው መጥራት ይችላሉ። |
5,086 | am_tg | ይሖዋ ሕይወት ሰጪያቸው ከመሆኑም ሌላ ለሁሉም እውነተኛ አምላኪዎቹ የሚያስፈልጋቸውን ነገር በፍቅር ተነሳስቶ ያቀርብላቸዋል። | ወሃብ ህይወቶም እዩ፣ ንዅሎም ናይ ሓቂ ኣምለኽቱ ኸኣ ዜድልዮም ዘበለ ብፍቕሪ የማልኣሎም እዩ። |
5,087 | tg_am | ወሃብ ህይወቶም እዩ፣ ንዅሎም ናይ ሓቂ ኣምለኽቱ ኸኣ ዜድልዮም ዘበለ ብፍቕሪ የማልኣሎም እዩ። | ይሖዋ ሕይወት ሰጪያቸው ከመሆኑም ሌላ ለሁሉም እውነተኛ አምላኪዎቹ የሚያስፈልጋቸውን ነገር በፍቅር ተነሳስቶ ያቀርብላቸዋል። |
5,088 | am_tg | ምድራዊ ተስፋ ያላቸው እነዚህ የአምላክ አገልጋዮች ፍጽምና ደረጃ ላይ ከደረሱና በመጨረሻው ፈተና ታማኝ መሆናቸውን ካረጋገጡ በኋላ የአምላክ ልጆች ተብለው ይጠራሉ። | እቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት፡ ኣብ ፍጽምና ምስ በጽሑን ኣብቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ተኣማንነቶም ምስ ኣመስከሩን፡ ምሉእ ብምሉእ ደቂ ኣምላኽ ኪዀኑ እዮም። |
5,089 | tg_am | እቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት፡ ኣብ ፍጽምና ምስ በጽሑን ኣብቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ተኣማንነቶም ምስ ኣመስከሩን፡ ምሉእ ብምሉእ ደቂ ኣምላኽ ኪዀኑ እዮም። | ምድራዊ ተስፋ ያላቸው እነዚህ የአምላክ አገልጋዮች ፍጽምና ደረጃ ላይ ከደረሱና በመጨረሻው ፈተና ታማኝ መሆናቸውን ካረጋገጡ በኋላ የአምላክ ልጆች ተብለው ይጠራሉ። |
5,090 | am_tg | ወላጆች ልጆቻቸውን መጸለይ ሲያስተምሯቸውና ይሖዋን እንደ አፍቃሪ ሰማያዊ አባታቸው አድርገው እንዲመለከቱት ሲረዷቸው ትልቅ ስጦታ እየሰጧቸው ነው። | ወለዲ ንደቆም ምጽላይ ኪምህርዎምን ንየሆዋ ኸም ሓላዪ ሰማያዊ ኣቦኦም ገይሮም ምእንቲ ኺርእይዎ ኺሕግዝዎምን ከለዉ፡ ጽቡቕ ህያብ እዮም ዚህብዎም። |
5,091 | tg_am | ወለዲ ንደቆም ምጽላይ ኪምህርዎምን ንየሆዋ ኸም ሓላዪ ሰማያዊ ኣቦኦም ገይሮም ምእንቲ ኺርእይዎ ኺሕግዝዎምን ከለዉ፡ ጽቡቕ ህያብ እዮም ዚህብዎም። | ወላጆች ልጆቻቸውን መጸለይ ሲያስተምሯቸውና ይሖዋን እንደ አፍቃሪ ሰማያዊ አባታቸው አድርገው እንዲመለከቱት ሲረዷቸው ትልቅ ስጦታ እየሰጧቸው ነው። |
5,092 | am_tg | ወላጆች፣ ለልጆቻቸው ሊሰጧቸው ከሚችሉት ስጦታ ሁሉ የላቀው ከይሖዋ ጋር የቀረበና የጠበቀ ወዳጅነት እንዲመሠርቱ መርዳት ነው። | ወለዲ ንደቆም ኪህብዎ ኻብ ዚኽእሉ ህያብ እቲ ኣዝዩ ዝበለጸ፡ ምስ የሆዋ ጥብቂ ርክብ ኪምስርቱ ምሕጋዝ እዩ። |
5,093 | tg_am | ወለዲ ንደቆም ኪህብዎ ኻብ ዚኽእሉ ህያብ እቲ ኣዝዩ ዝበለጸ፡ ምስ የሆዋ ጥብቂ ርክብ ኪምስርቱ ምሕጋዝ እዩ። | ወላጆች፣ ለልጆቻቸው ሊሰጧቸው ከሚችሉት ስጦታ ሁሉ የላቀው ከይሖዋ ጋር የቀረበና የጠበቀ ወዳጅነት እንዲመሠርቱ መርዳት ነው። |
5,094 | am_tg | የሚያስጨንቁንን ሐሳቦች ካልተቆጣጠርናቸው በአካላዊም ሆነ በመንፈሳዊ ሁኔታ ጉዳት ሊያደርሱብን ይችላሉ። | ዜጨንቕ ሓሳብ ቍጽጽር እንተ ዘይተገይሩሉ፡ ኣካላውን መንፈሳውን ጕድኣት ኬስዕበልና ይኽእል እዩ። |
5,095 | tg_am | ዜጨንቕ ሓሳብ ቍጽጽር እንተ ዘይተገይሩሉ፡ ኣካላውን መንፈሳውን ጕድኣት ኬስዕበልና ይኽእል እዩ። | የሚያስጨንቁንን ሐሳቦች ካልተቆጣጠርናቸው በአካላዊም ሆነ በመንፈሳዊ ሁኔታ ጉዳት ሊያደርሱብን ይችላሉ። |
5,096 | am_tg | በመሆኑም በይሖዋ መታመን ይኖርብናል፤ እንዲሁም በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ የተገለጸውን ሐሳብ ማስታወሳችን ጠቃሚ ነው። | ስለዚ እምበኣር፡ ኣብ የሆዋ ንወከል፡ ነተን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት እውን ኣይንረስዓየን። |
5,097 | tg_am | ስለዚ እምበኣር፡ ኣብ የሆዋ ንወከል፡ ነተን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት እውን ኣይንረስዓየን። | በመሆኑም በይሖዋ መታመን ይኖርብናል፤ እንዲሁም በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ የተገለጸውን ሐሳብ ማስታወሳችን ጠቃሚ ነው። |
5,098 | am_tg | ስሜታችንን የሚረዳልን ሰው የሚሰጠን ማበረታቻ ልባችን በደስታ እንዲሞላ ያደርጋል። | ሓደ ዚርድኣልና ሰብ ዚዛረቦ ዜተባብዕ ቃላት ንልብና ባህ ኬብሎ ይኽእል እዩ። |
5,099 | tg_am | ሓደ ዚርድኣልና ሰብ ዚዛረቦ ዜተባብዕ ቃላት ንልብና ባህ ኬብሎ ይኽእል እዩ። | ስሜታችንን የሚረዳልን ሰው የሚሰጠን ማበረታቻ ልባችን በደስታ እንዲሞላ ያደርጋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.