Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
5,200 | am_tg | በተጨማሪም ስጦታውን በአግባቡ በመጠቀም እንደ ተራ ነገር እንደማትቆጥረው ታሳያለህ። | ነቲ ህያብ ኣቕሊልካ ብዘይምርኣይ ክትጥቀመሉ ትጽዕር ትኸውን። |
5,201 | tg_am | ነቲ ህያብ ኣቕሊልካ ብዘይምርኣይ ክትጥቀመሉ ትጽዕር ትኸውን። | በተጨማሪም ስጦታውን በአግባቡ በመጠቀም እንደ ተራ ነገር እንደማትቆጥረው ታሳያለህ። |
5,202 | am_tg | ይሖዋ ለመኖር የሚያስፈልጉንንና ለደስታችን አስተዋጽኦ የሚያደርጉ ነገሮችን ምንም ሳያጓድል ይሰጠናል። | የሆዋ፡ ብህይወት ክንነብርን ሕጉሳት ክንከውንን ዜኽእለና ነገራት ብቐጻሊ ይህበና እዩ። |
5,203 | tg_am | የሆዋ፡ ብህይወት ክንነብርን ሕጉሳት ክንከውንን ዜኽእለና ነገራት ብቐጻሊ ይህበና እዩ። | ይሖዋ ለመኖር የሚያስፈልጉንንና ለደስታችን አስተዋጽኦ የሚያደርጉ ነገሮችን ምንም ሳያጓድል ይሰጠናል። |
5,204 | am_tg | ይህ ታዲያ እኛም በአጸፋው እንድንወደው አያነሳሳንም? | እዝስ ንሕና እውን ከነፍቅሮ ኣይድርኸናንዶ፧ |
5,205 | tg_am | እዝስ ንሕና እውን ከነፍቅሮ ኣይድርኸናንዶ፧ | ይህ ታዲያ እኛም በአጸፋው እንድንወደው አያነሳሳንም? |
5,206 | am_tg | ይሖዋ እስራኤላውያንን ለበርካታ መቶ ዓመታት በፍቅር የተንከባከባቸው ሲሆን የተትረፈረፈ ቁሳዊም ሆነ መንፈሳዊ በረከት አፍስሶላቸዋል። | እስራኤላውያን ኣብ ትሕቲ ፍቕራዊ ሓልዮት የሆዋ ንኣማእታት ዓመታት ይነብሩ ነይሮም እዮም፣ ንሱ ኸኣ፡ ብስጋውን ብመንፈሳውን መገድታት ኣብዚሑ ባሪኽዎም ነይሩ እዩ። |
5,207 | tg_am | እስራኤላውያን ኣብ ትሕቲ ፍቕራዊ ሓልዮት የሆዋ ንኣማእታት ዓመታት ይነብሩ ነይሮም እዮም፣ ንሱ ኸኣ፡ ብስጋውን ብመንፈሳውን መገድታት ኣብዚሑ ባሪኽዎም ነይሩ እዩ። | ይሖዋ እስራኤላውያንን ለበርካታ መቶ ዓመታት በፍቅር የተንከባከባቸው ሲሆን የተትረፈረፈ ቁሳዊም ሆነ መንፈሳዊ በረከት አፍስሶላቸዋል። |
5,208 | am_tg | ይሁንና እነዚህን በረከቶች በቀጣይነት ማግኘታቸው የተመካው ምድሪቱ ያፈራችውን መጀመሪያ የደረሰውን ምርጥ ፍሬ ዘወትር ለይሖዋ መስጠትን የሚያዘውን ሕግ ጨምሮ መላውን የአምላክ ሕግ በመታዘዛቸው ላይ ነበር። | በረኸቱ ብቐጻሊ ኺረኽቡ ግና፡ ነቲ ዝበለጸ በዅሪ ፍረ ምድሪ ኣዘውቲርካ ንየሆዋ ምስዋእ ዜጠቓልል ሕጉ ኺእዘዙ ነበሮም። |
5,209 | tg_am | በረኸቱ ብቐጻሊ ኺረኽቡ ግና፡ ነቲ ዝበለጸ በዅሪ ፍረ ምድሪ ኣዘውቲርካ ንየሆዋ ምስዋእ ዜጠቓልል ሕጉ ኺእዘዙ ነበሮም። | ይሁንና እነዚህን በረከቶች በቀጣይነት ማግኘታቸው የተመካው ምድሪቱ ያፈራችውን መጀመሪያ የደረሰውን ምርጥ ፍሬ ዘወትር ለይሖዋ መስጠትን የሚያዘውን ሕግ ጨምሮ መላውን የአምላክ ሕግ በመታዘዛቸው ላይ ነበር። |
5,210 | am_tg | እስራኤላውያን እንዲህ በማድረግ የይሖዋን ፍቅርና በረከት አቅልለው እንደማይመለከቱ ማሳየት ይችላሉ። | በዚ ኸምዚ ድማ፡ እስራኤላውያን ንፍቕርን በረኸትን የሆዋ ዕሽሽ ከም ዘይበልዎ ኼርእዩ ይኽእሉ ነበሩ። |
5,211 | tg_am | በዚ ኸምዚ ድማ፡ እስራኤላውያን ንፍቕርን በረኸትን የሆዋ ዕሽሽ ከም ዘይበልዎ ኼርእዩ ይኽእሉ ነበሩ። | እስራኤላውያን እንዲህ በማድረግ የይሖዋን ፍቅርና በረከት አቅልለው እንደማይመለከቱ ማሳየት ይችላሉ። |
5,212 | am_tg | ይሖዋ፣ የሰው ልጆችን የፈጠረው አስደናቂ ችሎታዎች እንዲኖሯቸው አድርጎ ነው። | የሆዋ ንደቂ ሰብ ዜደንቕ ክእለታት ሂቡ እዩ ፈጢርዎም። |
5,213 | tg_am | የሆዋ ንደቂ ሰብ ዜደንቕ ክእለታት ሂቡ እዩ ፈጢርዎም። | ይሖዋ፣ የሰው ልጆችን የፈጠረው አስደናቂ ችሎታዎች እንዲኖሯቸው አድርጎ ነው። |
5,214 | am_tg | ስለ ወደፊቱ ጊዜ ማቀድና ለችግሮቻችን መፍትሔ ማበጀት እንድንችል የማመዛዘን ችሎታ ሰጥቶናል። | ጸገማት ክንፈትሕን ንመጻኢ ኽንውጥንን ዜኽእል ምምዝዛን ሂቡና እዩ። |
5,215 | tg_am | ጸገማት ክንፈትሕን ንመጻኢ ኽንውጥንን ዜኽእል ምምዝዛን ሂቡና እዩ። | ስለ ወደፊቱ ጊዜ ማቀድና ለችግሮቻችን መፍትሔ ማበጀት እንድንችል የማመዛዘን ችሎታ ሰጥቶናል። |
5,216 | am_tg | ደግሞም ያቀድነውን ነገር ለመፈጸም የሚያስችል ኃይል ስለሰጠን ግባችን ላይ መድረስ እንችላለን። | ውጥናትና ኽንፍጽም፡ ናብ ግቡእ ሸቶታትና ድማ ክንበጽሕ ዜኽእለና ሓይሊ ወይ ዓቕሚ እውን ዓዲሉና እዩ። |
5,217 | tg_am | ውጥናትና ኽንፍጽም፡ ናብ ግቡእ ሸቶታትና ድማ ክንበጽሕ ዜኽእለና ሓይሊ ወይ ዓቕሚ እውን ዓዲሉና እዩ። | ደግሞም ያቀድነውን ነገር ለመፈጸም የሚያስችል ኃይል ስለሰጠን ግባችን ላይ መድረስ እንችላለን። |
5,218 | am_tg | በተጨማሪም ትክክልና ስህተት የሆነውን ነገር መለየት የምንችልበት ሕሊና ሰጥቶናል፤ ይህ በተፈጥሮ ያገኘነው ችሎታ ከመጥፎ ድርጊቶች እንድንርቅ እንዲሁም የሠራናቸውን ስህተቶች እንድናርም ይረዳናል። | ካብ ጌጋ ኽንርሕቕ፡ ክንጋገ ኸለና ኸኣ ጌጋና ኽንእርም ዜኽእለና ቕኑዕን ጌጋን ዚፈሊ ሕልና እውን ሂቡ እዩ ፈጢሩና። |
5,219 | tg_am | ካብ ጌጋ ኽንርሕቕ፡ ክንጋገ ኸለና ኸኣ ጌጋና ኽንእርም ዜኽእለና ቕኑዕን ጌጋን ዚፈሊ ሕልና እውን ሂቡ እዩ ፈጢሩና። | በተጨማሪም ትክክልና ስህተት የሆነውን ነገር መለየት የምንችልበት ሕሊና ሰጥቶናል፤ ይህ በተፈጥሮ ያገኘነው ችሎታ ከመጥፎ ድርጊቶች እንድንርቅ እንዲሁም የሠራናቸውን ስህተቶች እንድናርም ይረዳናል። |
5,220 | am_tg | ይሖዋ፣ ችሎታዎቻችንን መልካም ነገር ለማድረግ ልንጠቀምባቸው እንደሚገባ በቃሉ አማካኝነት በተደጋጋሚ አሳስቦናል። | የሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ፡ ክእለታትና ንጽቡቕ ክንጥቀመሉ ብተደጋጋሚ ይምዕደና እዩ። |
5,221 | tg_am | የሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ፡ ክእለታትና ንጽቡቕ ክንጥቀመሉ ብተደጋጋሚ ይምዕደና እዩ። | ይሖዋ፣ ችሎታዎቻችንን መልካም ነገር ለማድረግ ልንጠቀምባቸው እንደሚገባ በቃሉ አማካኝነት በተደጋጋሚ አሳስቦናል። |
5,222 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ በዕብራይስጥ ቅዱሳን ጽሑፎች ውስጥ የሚከተሉት ሐሳቦች ይገኛሉ፦ የትጉ ሰው ዕቅድ ለስኬት ያበቃዋል እንዲሁም እጅህ የሚያገኘውን ሥራ ሁሉ በሙሉ ኃይልህ አከናውን። | ንኣብነት፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ፡ ውጥናት ትጉህ ብርግጽ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ፣ ከምኡ ድማ፡ ኢድካ ኽትገብሮ እትረኽቦ ዘበለ፡ ብዅሉ ሓይልኻ ግበሮ ዚብል ነንብብ ኢና። |
5,223 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ፡ ውጥናት ትጉህ ብርግጽ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ፣ ከምኡ ድማ፡ ኢድካ ኽትገብሮ እትረኽቦ ዘበለ፡ ብዅሉ ሓይልኻ ግበሮ ዚብል ነንብብ ኢና። | ለምሳሌ ያህል፣ በዕብራይስጥ ቅዱሳን ጽሑፎች ውስጥ የሚከተሉት ሐሳቦች ይገኛሉ፦ የትጉ ሰው ዕቅድ ለስኬት ያበቃዋል እንዲሁም እጅህ የሚያገኘውን ሥራ ሁሉ በሙሉ ኃይልህ አከናውን። |
5,224 | am_tg | በክርስቲያን ግሪክኛ ቅዱሳን ጽሑፎች ውስጥ ደግሞ አጋጣሚ እስካገኘን ድረስ ለሁሉም መልካም እናድርግ እንዲሁም እያንዳንዳችሁ በተቀበላችሁት ስጦታ መሠረት የተሰጣችሁን ስጦታ አንዳችሁ ሌላውን ለማገልገል ተጠቀሙበት የሚሉ ምክሮች ይገኛሉ። | ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኸኣ፡ ኣጋጣሚ ኽሳዕ ዘሎና፡ ንዅሉ ሰናይ ንግበር፣ ከምኡ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ከከም እቲ እተቐበሎ ውህበት ንሓድሕድኩም ኣገልግሉ ተባሂሉ ተነጊሩና ኣሎ። |
5,225 | tg_am | ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኸኣ፡ ኣጋጣሚ ኽሳዕ ዘሎና፡ ንዅሉ ሰናይ ንግበር፣ ከምኡ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ከከም እቲ እተቐበሎ ውህበት ንሓድሕድኩም ኣገልግሉ ተባሂሉ ተነጊሩና ኣሎ። | በክርስቲያን ግሪክኛ ቅዱሳን ጽሑፎች ውስጥ ደግሞ አጋጣሚ እስካገኘን ድረስ ለሁሉም መልካም እናድርግ እንዲሁም እያንዳንዳችሁ በተቀበላችሁት ስጦታ መሠረት የተሰጣችሁን ስጦታ አንዳችሁ ሌላውን ለማገልገል ተጠቀሙበት የሚሉ ምክሮች ይገኛሉ። |
5,226 | am_tg | ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው፣ ይሖዋ ራሳችንንም ሆነ ሌሎችን የሚጠቅም ነገር እንድናደርግ ይፈልጋል። | እምበኣር፡ የሆዋ ንርእስናን ንኻልኦትን ንምጥቃም ዚከኣለና ኽንገብር ይደልየና እዩ። |
5,227 | tg_am | እምበኣር፡ የሆዋ ንርእስናን ንኻልኦትን ንምጥቃም ዚከኣለና ኽንገብር ይደልየና እዩ። | ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው፣ ይሖዋ ራሳችንንም ሆነ ሌሎችን የሚጠቅም ነገር እንድናደርግ ይፈልጋል። |
5,228 | am_tg | የይሖዋ ሕዝቦች ስለ አምላክ ከማወቃቸው፣ ለእሱ ፍቅር ከማዳበራቸውና እሱን ማገልገል ከመጀመራቸው በፊት ያፈሯቸው የነበሩትን ፍሬዎች አስወግደዋል። | ክርስትያናት ንየሆዋ ቕድሚ ምፍላጦምን ምፍቃሮምን ምግልጋሎምን፡ ነቲ ዜፍርይዎ ዝነበሩ ፍረ ኺሓድግዎ ነይርዎም እዩ። |
5,229 | tg_am | ክርስትያናት ንየሆዋ ቕድሚ ምፍላጦምን ምፍቃሮምን ምግልጋሎምን፡ ነቲ ዜፍርይዎ ዝነበሩ ፍረ ኺሓድግዎ ነይርዎም እዩ። | የይሖዋ ሕዝቦች ስለ አምላክ ከማወቃቸው፣ ለእሱ ፍቅር ከማዳበራቸውና እሱን ማገልገል ከመጀመራቸው በፊት ያፈሯቸው የነበሩትን ፍሬዎች አስወግደዋል። |
5,230 | am_tg | ቀድሞ ከሚያደርጓቸው ነገሮች መካከል አንዳንዶቹን አሁን ያፍሩባቸዋል’፤ ደግሞም የእነዚህ ነገሮች መጨረሻ ሞት ነው። | ኣብ ሕሉፍ ህይወቶም፡ ሕጂ ዚሓፍሩሉን መወዳእታኡ ሞት ዜስዕብን ነገራት ይገብሩ ነይሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። |
5,231 | tg_am | ኣብ ሕሉፍ ህይወቶም፡ ሕጂ ዚሓፍሩሉን መወዳእታኡ ሞት ዜስዕብን ነገራት ይገብሩ ነይሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። | ቀድሞ ከሚያደርጓቸው ነገሮች መካከል አንዳንዶቹን አሁን ያፍሩባቸዋል’፤ ደግሞም የእነዚህ ነገሮች መጨረሻ ሞት ነው። |
5,232 | am_tg | ይሖዋን ሲያውቁ ግን አኗኗራቸውን ቀየሩ። | ድሕሪኡ ግና ለውጢ ገይሮም። |
5,233 | tg_am | ድሕሪኡ ግና ለውጢ ገይሮም። | ይሖዋን ሲያውቁ ግን አኗኗራቸውን ቀየሩ። |
5,234 | am_tg | ጳውሎስ ደብዳቤውን ከጻፈላቸው የቆሮንቶስ ክርስቲያኖች ብዙዎቹ እንዲህ ዓይነት ሕይወት ነበራቸው። | ንኣብነት፡ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበሩ ብዙሓት ክርስትያናት ከምኡ እዮም ገይሮም። |
5,235 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበሩ ብዙሓት ክርስትያናት ከምኡ እዮም ገይሮም። | ጳውሎስ ደብዳቤውን ከጻፈላቸው የቆሮንቶስ ክርስቲያኖች ብዙዎቹ እንዲህ ዓይነት ሕይወት ነበራቸው። |
5,236 | am_tg | አንዳንዶቹ ጣዖት አምላኪዎች፣ አመንዝሮች፣ ግብረ ሰዶማውያን፣ ሌቦች፣ ሰካራሞች እና እንደነዚህ ያሉትን ኃጢአቶች የሚፈጽሙ ሰዎች ነበሩ። | ገሊኣቶም፡ ኣምለኽቲ ጣኦት፡ ዘመውቲ፡ ግብረ ሶዶም ዚገብሩ፡ ሰረቕቲ፡ ሰኽራማት፡ ወይ ካልእ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ዚገብሩ እዮም ነይሮም። |
5,237 | tg_am | ገሊኣቶም፡ ኣምለኽቲ ጣኦት፡ ዘመውቲ፡ ግብረ ሶዶም ዚገብሩ፡ ሰረቕቲ፡ ሰኽራማት፡ ወይ ካልእ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ዚገብሩ እዮም ነይሮም። | አንዳንዶቹ ጣዖት አምላኪዎች፣ አመንዝሮች፣ ግብረ ሰዶማውያን፣ ሌቦች፣ ሰካራሞች እና እንደነዚህ ያሉትን ኃጢአቶች የሚፈጽሙ ሰዎች ነበሩ። |
5,238 | am_tg | ይሁንና ታጥበው ነጽተዋል እንዲሁም ተቀድሰዋል። | ግናኸ፡ ተሓጺቦምን ተቐዲሶምን እዮም። |
5,239 | tg_am | ግናኸ፡ ተሓጺቦምን ተቐዲሶምን እዮም። | ይሁንና ታጥበው ነጽተዋል እንዲሁም ተቀድሰዋል። |
5,240 | am_tg | የሮም ጉባኤ አባላት የሆኑ አንዳንድ ክርስቲያኖች ሁኔታም ተመሳሳይ ነበር። | ኣብ ጉባኤ ሮሜ ዝነበሩ ገሊኦም ክርስትያናት እውን ተመሳሳሊ ዅነታት እዩ ነይርዎም። |
5,241 | tg_am | ኣብ ጉባኤ ሮሜ ዝነበሩ ገሊኦም ክርስትያናት እውን ተመሳሳሊ ዅነታት እዩ ነይርዎም። | የሮም ጉባኤ አባላት የሆኑ አንዳንድ ክርስቲያኖች ሁኔታም ተመሳሳይ ነበር። |
5,242 | am_tg | ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት እንዲህ ሲል ጽፎላቸዋል፦ ሰውነታችሁን የክፋት መሣሪያ አድርጋችሁ ለኃጢአት አታቅርቡ፤ ከዚህ ይልቅ ከሞት ወደ ሕይወት እንደተሻገሩ ሰዎች አድርጋችሁ ራሳችሁን ለአምላክ አቅርቡ፤ ሰውነታችሁንም የጽድቅ መሣሪያ አድርጋችሁ ለአምላክ አቅርቡ። | ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ ብዛዕባኦም ከምዚ ኢሉ ጽሒፉ እዩ፦ ሰብነትኩም ኣጽዋር ዓመጻ ጌርኩም ንሓጢኣት ኣይተቕርቡ፣ የግዳስ፡ ርእስኹም ካብ ምዉታት ህያው ከም ዝዀነት ጌርኩም፡ ሰብነትኩም እውን ኣጽዋር ጽድቂ ጌርኩም ንኣምላኽ ኣቕርቡ። |
5,243 | tg_am | ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ ብዛዕባኦም ከምዚ ኢሉ ጽሒፉ እዩ፦ ሰብነትኩም ኣጽዋር ዓመጻ ጌርኩም ንሓጢኣት ኣይተቕርቡ፣ የግዳስ፡ ርእስኹም ካብ ምዉታት ህያው ከም ዝዀነት ጌርኩም፡ ሰብነትኩም እውን ኣጽዋር ጽድቂ ጌርኩም ንኣምላኽ ኣቕርቡ። | ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት እንዲህ ሲል ጽፎላቸዋል፦ ሰውነታችሁን የክፋት መሣሪያ አድርጋችሁ ለኃጢአት አታቅርቡ፤ ከዚህ ይልቅ ከሞት ወደ ሕይወት እንደተሻገሩ ሰዎች አድርጋችሁ ራሳችሁን ለአምላክ አቅርቡ፤ ሰውነታችሁንም የጽድቅ መሣሪያ አድርጋችሁ ለአምላክ አቅርቡ። |
5,244 | am_tg | ጳውሎስ፣ እነዚህ ክርስቲያኖች ምንጊዜም መንፈሳዊ ንጽሕናቸውን ከጠበቁ ከአምላክ ጸጋ ጥቅም ማግኘታቸውን መቀጠል እንደሚችሉ እርግጠኛ ነበር። | ብመንፈሳዊ መዳይ ንጹሃት ኰይኖም ኪነብሩ ኸም ዚኽእሉ፡ በዚ ኸምዚ ድማ ካብ ጸጋ ኣምላኽ ከም ዚጥቀሙ ርግጸኛ እዩ ነይሩ። |
5,245 | tg_am | ብመንፈሳዊ መዳይ ንጹሃት ኰይኖም ኪነብሩ ኸም ዚኽእሉ፡ በዚ ኸምዚ ድማ ካብ ጸጋ ኣምላኽ ከም ዚጥቀሙ ርግጸኛ እዩ ነይሩ። | ጳውሎስ፣ እነዚህ ክርስቲያኖች ምንጊዜም መንፈሳዊ ንጽሕናቸውን ከጠበቁ ከአምላክ ጸጋ ጥቅም ማግኘታቸውን መቀጠል እንደሚችሉ እርግጠኛ ነበር። |
5,246 | am_tg | ኢዮርብዓም ንጉሥ በነበረበት ዘመን ይሖዋ ለዚህ ከሃዲ ንጉሥ ከባድ የፍርድ መልእክት እንዲያስተላልፍ አንድ ነቢይ ከይሁዳ ላከ። | ንጉስ የሮብዓም ኣብ ዚገዝኣሉ ዝነበረ እዋን፡ የሆዋ ነቲ ኸሓዲ ዝነበረ ንጉስ እስራኤል ከቢድ መልእኽቲ ፍርዲ ኼብጽሓሉ ኢሉ ኻብ ይሁዳ ሓደ ነብዪ ለኣኸ። |
5,247 | tg_am | ንጉስ የሮብዓም ኣብ ዚገዝኣሉ ዝነበረ እዋን፡ የሆዋ ነቲ ኸሓዲ ዝነበረ ንጉስ እስራኤል ከቢድ መልእኽቲ ፍርዲ ኼብጽሓሉ ኢሉ ኻብ ይሁዳ ሓደ ነብዪ ለኣኸ። | ኢዮርብዓም ንጉሥ በነበረበት ዘመን ይሖዋ ለዚህ ከሃዲ ንጉሥ ከባድ የፍርድ መልእክት እንዲያስተላልፍ አንድ ነቢይ ከይሁዳ ላከ። |
5,248 | am_tg | ትሑት የነበረው ይህ ነቢይ የይሖዋን መልእክት በታማኝነት ያደረሰ ሲሆን ይሖዋም አገልጋዩን ከንጉሡ አስፈሪ ቁጣ ጠብቆታል። | እቲ ትሑት ዝነበረ ነብዪ ብተኣማንነት መልእኽቲ ኣምላኽ ኣብጽሐ፣ የሆዋ ድማ ንኣገልጋሊኡ ኻብ ቍጥዓ የሮብዓም ሓለዎ። |
5,249 | tg_am | እቲ ትሑት ዝነበረ ነብዪ ብተኣማንነት መልእኽቲ ኣምላኽ ኣብጽሐ፣ የሆዋ ድማ ንኣገልጋሊኡ ኻብ ቍጥዓ የሮብዓም ሓለዎ። | ትሑት የነበረው ይህ ነቢይ የይሖዋን መልእክት በታማኝነት ያደረሰ ሲሆን ይሖዋም አገልጋዩን ከንጉሡ አስፈሪ ቁጣ ጠብቆታል። |
5,250 | am_tg | ነቢዩ ወደ ቤቱ ሲመለስ በቤቴል አቅራቢያ ከሚኖር አንድ አረጋዊ ሰው ጋር በድንገት ተገናኘ። | እቲ ነብዪ ናብ ቤቱ ኺምለስ ከሎ፡ ካብ ቤት-ኤል ምስ ዝመጸ ኣረጊት ሰብኣይ ሃንደበት ተራኸበ። |
5,251 | tg_am | እቲ ነብዪ ናብ ቤቱ ኺምለስ ከሎ፡ ካብ ቤት-ኤል ምስ ዝመጸ ኣረጊት ሰብኣይ ሃንደበት ተራኸበ። | ነቢዩ ወደ ቤቱ ሲመለስ በቤቴል አቅራቢያ ከሚኖር አንድ አረጋዊ ሰው ጋር በድንገት ተገናኘ። |
5,252 | am_tg | አረጋዊው ሰው የይሖዋ ነቢይ እንደሆነ ተናገረ። | እቲ ሰብኣይ፡ ነብዪ የሆዋ ኸም ዝዀነ ተዛረበ። |
5,253 | tg_am | እቲ ሰብኣይ፡ ነብዪ የሆዋ ኸም ዝዀነ ተዛረበ። | አረጋዊው ሰው የይሖዋ ነቢይ እንደሆነ ተናገረ። |
5,254 | am_tg | ሰውዬው፣ ወጣቱን ነቢይ በማታለል በእስራኤል ምግብ እንዳይበላና ውኃ እንዳይጠጣ እንዲሁም በመጣበት መንገድ እንዳይመለስ ይሖዋ የሰጠውን ግልጽ መመሪያ እንዲጥስ አደረገው። | ነቲ መንእሰይ ነብዪ ድማ፡ ነቲ ኣብ እስራኤል እንጌራ ኸይበልዕን ማይ ከይሰትን በታ ዝኸደላ መገዲ ኸይምለስን የሆዋ ዝኣዘዞ ትእዛዝ ኬፍርስ ኣታለሎ። |
5,255 | tg_am | ነቲ መንእሰይ ነብዪ ድማ፡ ነቲ ኣብ እስራኤል እንጌራ ኸይበልዕን ማይ ከይሰትን በታ ዝኸደላ መገዲ ኸይምለስን የሆዋ ዝኣዘዞ ትእዛዝ ኬፍርስ ኣታለሎ። | ሰውዬው፣ ወጣቱን ነቢይ በማታለል በእስራኤል ምግብ እንዳይበላና ውኃ እንዳይጠጣ እንዲሁም በመጣበት መንገድ እንዳይመለስ ይሖዋ የሰጠውን ግልጽ መመሪያ እንዲጥስ አደረገው። |
5,256 | am_tg | ይሖዋ በዚህ አልተደሰተም። | የሆዋ በዚ ኣይተሓጐሰን። |
5,257 | tg_am | የሆዋ በዚ ኣይተሓጐሰን። | ይሖዋ በዚህ አልተደሰተም። |
5,258 | am_tg | ይህ የይሖዋ ነቢይ ወደ ቤቱ ሲመለስ አንድ አንበሳ መንገድ ላይ አገኘውና ገደለው። | እቲ ነብዪ የሆዋ ናብ ቤቱ ኺምለስ ከሎ ድማ፡ ኣብ መገዲ ኣንበሳ ረኸቦ እሞ፡ ቀተሎ። |
5,259 | tg_am | እቲ ነብዪ የሆዋ ናብ ቤቱ ኺምለስ ከሎ ድማ፡ ኣብ መገዲ ኣንበሳ ረኸቦ እሞ፡ ቀተሎ። | ይህ የይሖዋ ነቢይ ወደ ቤቱ ሲመለስ አንድ አንበሳ መንገድ ላይ አገኘውና ገደለው። |
5,260 | am_tg | በአንድ ወቅት ልኩን ያውቅ የነበረው ይህ ነቢይ የዚያን አታላይ አረጋዊ ቃል በመስማት እንዲህ ያለ የእብሪት እርምጃ የወሰደው ለምንድን ነው? | እቲ ትሑት ዝነበረ ነብዪ ብድፍረት ምስቲ መታለሊ ኣረጊት ነብዪ ዝኸደ ስለምንታይ እዩ፧ |
5,261 | tg_am | እቲ ትሑት ዝነበረ ነብዪ ብድፍረት ምስቲ መታለሊ ኣረጊት ነብዪ ዝኸደ ስለምንታይ እዩ፧ | በአንድ ወቅት ልኩን ያውቅ የነበረው ይህ ነቢይ የዚያን አታላይ አረጋዊ ቃል በመስማት እንዲህ ያለ የእብሪት እርምጃ የወሰደው ለምንድን ነው? |
5,262 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ ስለዚህ ጉዳይ የሚናገረው ነገር የለም። | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ኣይነግረናን እዩ። |
5,263 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ኣይነግረናን እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ ስለዚህ ጉዳይ የሚናገረው ነገር የለም። |
5,264 | am_tg | ሆኖም ይህ ነቢይ ልኩን አውቆ ከአምላክ ጋር መሄድ እንዳለበት ጨርሶ የዘነጋ ይመስላል። | ይኹን እምበር፡ ምስ ኣምላኽ ብትሕትና ኺመላለስ ከም ዝነበሮ ረሲዑ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
5,265 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ምስ ኣምላኽ ብትሕትና ኺመላለስ ከም ዝነበሮ ረሲዑ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ሆኖም ይህ ነቢይ ልኩን አውቆ ከአምላክ ጋር መሄድ እንዳለበት ጨርሶ የዘነጋ ይመስላል። |
5,266 | am_tg | የአዳምና የሔዋን ዘሮች ታዛዥ ሳይሆኑ ከቀሩት ወላጆቻቸው አለፍጽምናንና ሞትን ወርሰዋል። | ዘርኢ ኣዳምን ሄዋንን ካብቶም ዘይእዙዛት ወለዶም ዘይፍጽምናን ሞትን ወሪሶም እዮም። |
5,267 | tg_am | ዘርኢ ኣዳምን ሄዋንን ካብቶም ዘይእዙዛት ወለዶም ዘይፍጽምናን ሞትን ወሪሶም እዮም። | የአዳምና የሔዋን ዘሮች ታዛዥ ሳይሆኑ ከቀሩት ወላጆቻቸው አለፍጽምናንና ሞትን ወርሰዋል። |
5,268 | am_tg | ሆኖም የመምረጥ ነፃነታቸውን አላጡም። | ኰይኑ ግና፡ ነቲ እተዋህቦም ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣየጥፍኡን። |
5,269 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ነቲ እተዋህቦም ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣየጥፍኡን። | ሆኖም የመምረጥ ነፃነታቸውን አላጡም። |
5,270 | am_tg | አምላክ የእስራኤልን ብሔር የያዘበት መንገድ ይህን ያሳያል። | እዚ ኸኣ ኣብቲ የሆዋ ምስ ህዝቢ እስራኤል ዝነበሮ ርክብ ግሁድ ኰይኑ እዩ። |
5,271 | tg_am | እዚ ኸኣ ኣብቲ የሆዋ ምስ ህዝቢ እስራኤል ዝነበሮ ርክብ ግሁድ ኰይኑ እዩ። | አምላክ የእስራኤልን ብሔር የያዘበት መንገድ ይህን ያሳያል። |
5,272 | am_tg | ይሖዋ፣ እስራኤላውያን የእሱ ልዩ ንብረት ለመሆን ወይም ላለመሆን መምረጥ እንደሚችሉ በአገልጋዩ በሙሴ አማካኝነት ገልጾላቸው ነበር። | የሆዋ ብጊልያኡ ሙሴ ኣቢሉ ነቶም ህዝቢ፡ ፍሉይ ጥሪቱ ናይ ምዃን ክብሪ ኪቕበሉ ወይ ኪኣብዩ ምርጫ ሂብዎም እዩ። |
5,273 | tg_am | የሆዋ ብጊልያኡ ሙሴ ኣቢሉ ነቶም ህዝቢ፡ ፍሉይ ጥሪቱ ናይ ምዃን ክብሪ ኪቕበሉ ወይ ኪኣብዩ ምርጫ ሂብዎም እዩ። | ይሖዋ፣ እስራኤላውያን የእሱ ልዩ ንብረት ለመሆን ወይም ላለመሆን መምረጥ እንደሚችሉ በአገልጋዩ በሙሴ አማካኝነት ገልጾላቸው ነበር። |
5,274 | am_tg | ታዲያ እስራኤላውያን ምን ምላሽ ሰጡ? | እሞኸ እንታይ ምላሽ ሂቦም፧ |
5,275 | tg_am | እሞኸ እንታይ ምላሽ ሂቦም፧ | ታዲያ እስራኤላውያን ምን ምላሽ ሰጡ? |
5,276 | am_tg | በአንድ ድምፅ ይሖዋ የተናገረውን ሁሉ ለመፈጸም ፈቃደኞች ነን በማለት ለስሙ የተመረጠ ሕዝብ መሆን የሚያስከትለውን ኃላፊነት ለመቀበል መረጡ። | ብስም ኣምላኽ ዚጽውዑ ህዝቢ ምዃን ዜምጽኦ ሓላፍነት ብፍታዎም ተቐቢሎም፡ ኵሉ እቲ የሆዋ ዝበሎ ንገብር ኢሎም ድማ ብሓደ ዀይኖም መሊሶም እዮም። |
5,277 | tg_am | ብስም ኣምላኽ ዚጽውዑ ህዝቢ ምዃን ዜምጽኦ ሓላፍነት ብፍታዎም ተቐቢሎም፡ ኵሉ እቲ የሆዋ ዝበሎ ንገብር ኢሎም ድማ ብሓደ ዀይኖም መሊሶም እዮም። | በአንድ ድምፅ ይሖዋ የተናገረውን ሁሉ ለመፈጸም ፈቃደኞች ነን በማለት ለስሙ የተመረጠ ሕዝብ መሆን የሚያስከትለውን ኃላፊነት ለመቀበል መረጡ። |
5,278 | am_tg | ከጊዜ በኋላ ግን፣ የመምረጥ ነፃነታቸውን ያለአግባብ በመጠቀም የገቡትን ቃል አፈረሱ። | እቲ ዜሕዝን ግና፡ እቶም ህዝቢ ጸኒሖም ነቲ ናይ ምምራጽ ናጽነቶም ብዘይግቡእ ተጠቒሞምሉን ቃሎም ኣፍሪሶምን እዮም። |
5,279 | tg_am | እቲ ዜሕዝን ግና፡ እቶም ህዝቢ ጸኒሖም ነቲ ናይ ምምራጽ ናጽነቶም ብዘይግቡእ ተጠቒሞምሉን ቃሎም ኣፍሪሶምን እዮም። | ከጊዜ በኋላ ግን፣ የመምረጥ ነፃነታቸውን ያለአግባብ በመጠቀም የገቡትን ቃል አፈረሱ። |
5,280 | am_tg | ከዚህ የማስጠንቀቂያ ምሳሌ ጠቃሚ ትምህርት ማግኘት እንችላለን፤ ከይሖዋ ጋር ተጣብቀን በመኖርና የጽድቅ መሥፈርቶቹን በመታዘዝ የመምረጥ ነፃነታችንን ምንጊዜም በአድናቆት እንደምንመለከት እናሳይ። | እምበኣር፡ እዚ መለበሚ ይዅነና፣ ናብ የሆዋ ብምልጋብን ነቲ ቕኑዕ ስርዓታቱ ብምሕላውን ከኣ ወትሩ ንናይ ምምራጽ ናጽነትና ኣኽቢርና ንሓዞ። |
5,281 | tg_am | እምበኣር፡ እዚ መለበሚ ይዅነና፣ ናብ የሆዋ ብምልጋብን ነቲ ቕኑዕ ስርዓታቱ ብምሕላውን ከኣ ወትሩ ንናይ ምምራጽ ናጽነትና ኣኽቢርና ንሓዞ። | ከዚህ የማስጠንቀቂያ ምሳሌ ጠቃሚ ትምህርት ማግኘት እንችላለን፤ ከይሖዋ ጋር ተጣብቀን በመኖርና የጽድቅ መሥፈርቶቹን በመታዘዝ የመምረጥ ነፃነታችንን ምንጊዜም በአድናቆት እንደምንመለከት እናሳይ። |
5,282 | am_tg | ታማኙ ባሪያ የመንግሥቱን ምሥራች በቅንዓት በማስፋፋትና በማዳረስ ታላቅ እምነት እንዳለው አሳይቷል። | እቲ እሙን ባርያ ድማ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ብምስፍሕፋሕ እተደንቕ እምነት ኣርእዩ እዩ። |
5,283 | tg_am | እቲ እሙን ባርያ ድማ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ብምስፍሕፋሕ እተደንቕ እምነት ኣርእዩ እዩ። | ታማኙ ባሪያ የመንግሥቱን ምሥራች በቅንዓት በማስፋፋትና በማዳረስ ታላቅ እምነት እንዳለው አሳይቷል። |
5,284 | am_tg | አንተስ በዚህ አስፈላጊ ሥራ በመካፈል ቅቡዓኑን እየደገፍክ ነው? | እሞኸ፡ ሓደ ኻብቶም ነቶም ቅቡኣት ኣብዚ ኣገዳሲ ዕዮ እዚ ዚድግፉ ኻልኦት ኣባጊዕ ዲኻ፧ |
5,285 | tg_am | እሞኸ፡ ሓደ ኻብቶም ነቶም ቅቡኣት ኣብዚ ኣገዳሲ ዕዮ እዚ ዚድግፉ ኻልኦት ኣባጊዕ ዲኻ፧ | አንተስ በዚህ አስፈላጊ ሥራ በመካፈል ቅቡዓኑን እየደገፍክ ነው? |
5,286 | am_tg | ከሆነ መሪያችን ኢየሱስ ከሁሉ ከሚያንሱት ከእነዚህ ወንድሞቼ ለአንዱ ያደረጋችሁት ሁሉ ለእኔ እንዳደረጋችሁት ይቆጠራል ብሎ በሚናገርበት ጊዜ እንደምትደሰት ጥርጥር የለውም። | እቲ መራሒኻ የሱስ፡ ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኣሕዋቱ ዝገበርካሉ፡ ንዕኡ ኸም ዝገበርካሉ ገይሩ ኸም ዚቘጽሮ ምፍላጥሲ ኽሳዕ ክንደይ ኰን ዜሐጕስ እዩ። |
5,287 | tg_am | እቲ መራሒኻ የሱስ፡ ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኣሕዋቱ ዝገበርካሉ፡ ንዕኡ ኸም ዝገበርካሉ ገይሩ ኸም ዚቘጽሮ ምፍላጥሲ ኽሳዕ ክንደይ ኰን ዜሐጕስ እዩ። | ከሆነ መሪያችን ኢየሱስ ከሁሉ ከሚያንሱት ከእነዚህ ወንድሞቼ ለአንዱ ያደረጋችሁት ሁሉ ለእኔ እንዳደረጋችሁት ይቆጠራል ብሎ በሚናገርበት ጊዜ እንደምትደሰት ጥርጥር የለውም። |
5,288 | am_tg | ኢየሱስ ወደ ሰማይ ሲመለስ ተከታዮቹን አልረሳቸውም። | የሱስ ናብ ሰማይ ምስ ተመልሰ፡ ንሰዓብቱ ኣይራሕርሖምን። |
5,289 | tg_am | የሱስ ናብ ሰማይ ምስ ተመልሰ፡ ንሰዓብቱ ኣይራሕርሖምን። | ኢየሱስ ወደ ሰማይ ሲመለስ ተከታዮቹን አልረሳቸውም። |
5,290 | am_tg | ምድር ላይ ሆኖ አመራር ይሰጥ በነበረበት ጊዜ መንፈስ ቅዱስ፣ መላእክትና የአምላክ ቃል ምን ያህል እንደረዱት ያውቃል። | ኣብ ምድሪ ኸሎ፡ መንፈስ ቅዱስን መላእኽትን ቃል ኣምላኽን ብኸመይ ከም ዝሓገዝዎ ብዓይኑ ርእዩ እዩ። |
5,291 | tg_am | ኣብ ምድሪ ኸሎ፡ መንፈስ ቅዱስን መላእኽትን ቃል ኣምላኽን ብኸመይ ከም ዝሓገዝዎ ብዓይኑ ርእዩ እዩ። | ምድር ላይ ሆኖ አመራር ይሰጥ በነበረበት ጊዜ መንፈስ ቅዱስ፣ መላእክትና የአምላክ ቃል ምን ያህል እንደረዱት ያውቃል። |
5,292 | am_tg | በመሆኑም በዛሬው ጊዜ ታማኙን ባሪያ በእነዚህ ሦስት መንገዶች እየረዳው ነው። | ስለዚ፡ ነቲ እሙን ባርያ ደገፍ መንፈስ ቅዱስን መላእኽትን ቃል ኣምላኽን ኪረክብ ይሕግዞ እዩ። |
5,293 | tg_am | ስለዚ፡ ነቲ እሙን ባርያ ደገፍ መንፈስ ቅዱስን መላእኽትን ቃል ኣምላኽን ኪረክብ ይሕግዞ እዩ። | በመሆኑም በዛሬው ጊዜ ታማኙን ባሪያ በእነዚህ ሦስት መንገዶች እየረዳው ነው። |
5,294 | am_tg | የዚህ ባሪያ አባላት የሆኑት ቅቡዓን ክርስቲያኖች ምንጊዜም በጉ በሄደበት ሁሉ ይከተሉታል። | እቶም ኣባላት እቲ እሙን ባርያ ዝዀኑ ቕቡኣት ክርስትያናት ድማ፡ ነቲ ገንሸል ናብ ዚኸዶ ዘበለ ይስዕብዎ እዮም። |
5,295 | tg_am | እቶም ኣባላት እቲ እሙን ባርያ ዝዀኑ ቕቡኣት ክርስትያናት ድማ፡ ነቲ ገንሸል ናብ ዚኸዶ ዘበለ ይስዕብዎ እዮም። | የዚህ ባሪያ አባላት የሆኑት ቅቡዓን ክርስቲያኖች ምንጊዜም በጉ በሄደበት ሁሉ ይከተሉታል። |
5,296 | am_tg | እኛም የእነሱን መመሪያ ከተከተልን መሪያችን የሆነውን ኢየሱስን እየተከተልን ነው። | ንሕና ኸኣ ንመሪሕነቶም ምስ እንስዕብ፡ ንመራሒና የሱስ ኢና እንስዕብ ዘለና። |
5,297 | tg_am | ንሕና ኸኣ ንመሪሕነቶም ምስ እንስዕብ፡ ንመራሒና የሱስ ኢና እንስዕብ ዘለና። | እኛም የእነሱን መመሪያ ከተከተልን መሪያችን የሆነውን ኢየሱስን እየተከተልን ነው። |
5,298 | am_tg | በቅርቡ ደግሞ በእሱ አመራር ሥር የዘላለም ሕይወት እናገኛለን። | ኣብ ቀረባ እዋን፡ የሱስ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪመርሓና እዩ። |
5,299 | tg_am | ኣብ ቀረባ እዋን፡ የሱስ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪመርሓና እዩ። | በቅርቡ ደግሞ በእሱ አመራር ሥር የዘላለም ሕይወት እናገኛለን። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.