Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,400
am_tg
ምላሳችንንም ከገራነው አምላክን በሚያስከብርና ሌሎችን በሚጠቅም መንገድ ልንጠቀምበት እንችላለን።
ንልሳንና እንተ ገሪሕናያ ኸኣ፡ ንኣምላኽ ንምኽባርን ንኻልኦት ንምጥቃምን ክንጥቀመላ ንኽእል ኢና።
5,401
tg_am

5,402
am_tg
ድምፅ አውጥተን በመናገርም ይሁን በእጃችን ምልክት በመስጠት ሐሳባችንንና ስሜታችንን የመግለጽ ችሎታ ከአምላክ ያገኘነው ድንቅ ስጦታ ነው።
እቲ እነመሓላልፎ መልእኽቲ በቲ ኻብ ኣፍና ዚወጽእ ድምጺ ይኹን ወይ ብኣእዳውና ብእንገብሮ ምልክት፡ እቲ ሓሳባትናን ስምዒታትናን ናይ ምምሕልላፍ ክእለትና ብሓቂ ዜደንቕ ውህበት ኣምላኽ እዩ።
5,403

5,404
am_tg
ይሁንና ይህን ስጦታ፣ ለማፍረስ ሳይሆን ለማነጽ ልንጠቀምበት ይገባል።
ይኹን እምበር፡ ነዚ ውህበት እዚ ንምፍራስ ዘይኰነስ ንምህናጽ ክንጥቀመሉ ኣሎና።
5,405

5,406
am_tg
ሉቃስ ለጳውሎስ ከጤና ጋር የተያያዘ ምክር ሰጥቶት ሊሆን እንደሚችል እንዲሁም ለጳውሎስም ሆነ በሚስዮናዊ አገልግሎቱ ወቅት አብረውት ለተጓዙት ሌሎች ሰዎች የሕክምና እርዳታ አድርጎላቸው እንደሚሆን ማሰቡ ምክንያታዊ ነው።
ሉቃስ ንጳውሎስን ነቶም ኣብቲ ሚስዮናዊ ጕዕዞ ዝነበሩ ኻልኦትን ሕክምናዊ ምኽርን ኣገልግሎትን ሂብዎም ኪኸውን ኣለዎ።
5,407

5,408
am_tg
ሉቃስ እንዲህ ማድረግ ያስፈለገው ለምንድን ነው?
ስለምንታይ እዩ ሉቃስ ከምኡ ኺገብር ዘድለዮ፧
5,409
tg_am
ስለምንታይ እዩ ሉቃስ ከምኡ ኺገብር ዘድለዮ፧
ሉቃስ እንዲህ ማድረግ ያስፈለገው ለምንድን ነው?
5,410
am_tg
ምክንያቱም ጳውሎስም እንኳ በጉዞው ላይ እያለ ታሞ ነበር።
ምኽንያቱ፡ ጳውሎስ እውን እንተ ዀነ ኣብ ጕዕዞኡ ሓሚሙ ነይሩ እዩ።
5,411

5,412
am_tg
ኢየሱስ ሐኪም የሚያስፈልጋቸው ሕመምተኞች እንጂ ጤነኞች አይደሉም ብሎ ከተናገረው ሐሳብ ጋር በሚስማማ መልኩ ሉቃስም በዚህ ወቅት የሕክምና እርዳታ መስጠት ይችል ነበር።
ሉቃስ ዚህቦ ዝነበረ ሕክምናዊ ሓገዝ ምስቲ የሱስ፡ ሓኪም ንሕሙማት ደኣ እምበር፡ ንጥዑያት ኣየድልዮምን እዩ ኢሉ እተዛረቦ ቓላት ዚሳነ እዩ።
5,413

5,414
am_tg
ሉቃስ የሕክምና ሥልጠና ያገኘው የት ወይም መቼ እንደሆነ መጽሐፍ ቅዱስ አይነግረንም።
ሉቃስ ነቲ ሕክምናዊ ስልጠና ኣበይ ወይ መዓስ ከም ዝረኸቦ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይነግረናን እዩ።
5,415

5,416
am_tg
ጳውሎስ ለቆላስይስ ክርስቲያኖች ሲጽፍ ሉቃስ የሕክምና ባለሙያ መሆኑን የጠቀሰው ሉቃስን ስለሚያውቁት ሊሆን ይችላል ተብሎ ይታሰባል።
ጳውሎስ ነቶም ኣብ ቈሎሴ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ሉቃስ ሓኪም ምዃኑ ዝጠቐሰሎም፡ ይፈልጥዎ ስለ ዝነበሩ ኪኸውን ከም ዚኽእል ይጥቀስ እዩ።
5,417

5,418
am_tg
በቆላስይስ አቅራቢያ ባለችው በሎዶቅያ የሕክምና ትምህርት ቤት ነበረ።
እቲ ዜገርም ከኣ፡ ኣብታ ኣብ ጥቓ ቈሎሴ እትርከብ ሎዲቅያ ቤት ትምህርቲ ሕክምና ነይሩ እዩ።
5,419

5,420
am_tg
ሁኔታው ምንም ይሁን ምን፣ ሉቃስ የሕክምና ባለሙያ እንጂ የሕክምና ችሎታ ሳይኖረው ጤና ነክ ምክር የሚሰጥ ሰው አልነበረም።
ዝዀነ ዀይኑ፡ ሉቃስ ብዛዕባ ጥዕና ዘዝመጸሉ ዚዛረብ ዘይሰልጠነ ተራ ሰብ ኣይነበረን፣ የግዳስ፡ ሓኪም እዩ ነይሩ።
5,421

5,422
am_tg
ሉቃስ የወንጌል ዘገባውንና የሐዋርያት ሥራ መጽሐፍን ሲጽፍ የተጠቀመባቸው የሕክምና ቃላት እንዲሁም ኢየሱስ የፈወሳቸው ሰዎች ላለባቸው ሕመም ትኩረት መስጠቱ ይህን ይጠቁማሉ።
ሉቃስ ኣብ ወንጌሉን ኣብ ግብሪ ሃዋርያትን ሕክምናዊ ቛንቋ ምጥቃሙ፡ ኣብቲ የሱስ ዝገበሮ ምሕዋይ ድማ ምትኳሩ፡ ነዚ ዚሕብር እዩ።
5,423

5,424
am_tg
ይሖዋ፣ አንድያ ልጁን ወደ ምድር በመላክ ከሁሉ የላቀውን ስጦታ በፍቅር ተነሳስቶ ሰጥቶናል! ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን የአምላክ ስጦታ በቃላት ሊገለጽ የማይችል ነፃ ስጦታ በማለት ገልጾታል።
የሆዋ ነቲ ሓደ ወዱ ናብዛ ምድሪ ኺልእኮ ኸሎ፡ ካብ ኵሉ ዝዓበየ ውህበት ፍቕሪ እዩ ሂቡና! ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ ተግባር እቲ፡ ኪግለጽ ዘይከኣል ናጻ ውህበት ኣምላኽ ኢሉ ጸዊዕዎ ኣሎ።
5,425

5,426
am_tg
ጳውሎስ፣ አምላክ ቃል የገባቸው አስደናቂ ተስፋዎች በሙሉ እንደሚፈጸሙ ዋስትና የሚሆነው የክርስቶስ ፍጹም መሥዋዕት እንደሆነ ስለሚያውቅ ነው።
ጳውሎስ፡ ኵሉ እቲ ኣምላኽ ዘተስፈወና ዓበይቲ ነገራት በቲ ፍጹም መስዋእቲ ክርስቶስ ውሑስ ከም ዚኸውን ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
5,427

5,428
am_tg
በቃላት ሊገለጽ የማይችለው ይህ ነፃ ስጦታ ይሖዋ በኢየሱስ በኩል የሚያደርግልንን መልካም ነገሮች በሙሉ እንዲሁም የሚያሳየንን ታማኝ ፍቅር ያካትታል።
በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ እቲ ኺግለጽ ዘይከኣል ውህበቱ ንዅሉ እቲ የሆዋ ብየሱስ ኣቢሉ ዚገብረልና ሰናይን ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕርን የጠቓልል።
5,429

5,430
am_tg
በእርግጥም ስጦታው እጅግ አስደናቂ በመሆኑ የሰው ልጆች ሙሉ በሙሉ በሚረዱት መንገድ መግለጽ አስቸጋሪ ነው።
እቲ ውህበት እቲ ኣዝዩ ዜደንቕ ካብ ምዃኑ እተላዕለ፡ ምሉእ ብምሉእ ብሰባት ኪግለጽ ኣይከኣልን እዩ።
5,431

5,432
am_tg
እንዲህ ያለ ልዩ ስጦታ በመቀበላችን ምን ሊሰማን ይገባል?
ከምዚ ዝበለ ዜደንቕ ውህበት ምቕባልና እንታይ ጽልዋ ኼሕድረልና ይግባእ፧
5,433

5,434
am_tg
ደግሞስ ከይሖዋ ያገኘነው ስጦታ ምን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይገባል?
እዚ ውህበት እዚ ኣብ ምንታይ ግብራዊ መገድታት ድራኸ ኺገብረልና ኣለዎ፧
5,435

5,436
am_tg
አኗኗርህን መለስ ብለህ እንድታጤንና ሕይወትህን የምትመራበትን መንገድ እንድትቀይር ያነሳሳህ ይሆን?
ንተግባራትካ ዳግም ክትሓስበሉ፡ ንኣነባብራ ህይወትካ እውን ክትቅይር ይድርኸካዶ፧
5,437

5,438
am_tg
ይበልጥ ለጋስና አፍቃሪ እንድትሆን እንዲሁም የበደሉህን ይቅር እንድትል ያነሳሳህ ይሆን?
ንኻልኦት ሰባት ብዝያዳ ለጋስን ፈቃርን ክትከውን፡ ንዝበደለካ እውን ይቕረ ኽትብል ትድረኽ ኢኻ።
5,439

5,440
am_tg
ይሖዋ በክርስቶስ አማካኝነት የሰጠን ስጦታ ከየትኛውም ስጦታ በእጅጉ የላቀ ነው።
እቲ የሆዋ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዝሃበና ውህበት፡ ካብ ኩሉ ዝተዋህበ ውህበት ኣጸቢቑ ዚዓቢ ምኳኑ ዘክር።
5,441

5,442
am_tg
ኃጢአትና ሞት ወደ ዓለም እንዲገባ ምክንያት የሆነው አንድ ሰው ሲሆን እሱም አዳም ነው።
እቲ ብእኡ ኣቢሉ ሓጢኣትን ሞትን ናብ ዓለም ዝኣተወ እተባህለሉ ሓደ ሰብ፡ ኣዳም እዩ።
5,443

5,444
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ በአንድ ሰው በደል የተነሳ ሞት እንደነገሠ የሚናገረው ለዚህ ነው።
ስለዚ፡ ብኣበሳ እቲ ሓደ፡ ሞት በቲ ሓደ ነገሰ።
5,445

5,446
am_tg
ጳውሎስ የአምላክን የተትረፈረፈ ጸጋ ማግኘት የሚቻለው በአንዱ ሰው በኢየሱስ ክርስቶስ አማካኝነት እንደሆነ ተናግሯል።
ከምቲ ጳውሎስ ኣስዕብ ኣቢሉ ዝገለጾ ድማ፡ ብዙሕ ጸጋ በቲ ሓደ የሱስ ክርስቶስ መጸ።
5,447

5,448
am_tg
ይህ ጸጋ የሰውን ዘር በሙሉ ጠቅሟል።
እቲ ጸጋ እቲ ኸኣ ንዅሎም ደቂ ሰብ ጥቕምታት ኣምጺኡሎም እዩ።
5,449
tg_am
እቲ ጸጋ እቲ ኸኣ ንዅሎም ደቂ ሰብ ጥቕምታት ኣምጺኡሎም እዩ።
ይህ ጸጋ የሰውን ዘር በሙሉ ጠቅሟል።
5,450
am_tg
ጳውሎስ በአንዱ ሰው በኢየሱስ መታዘዝም ብዙዎች ጻድቃን ይሆናሉ ብሏል።
ብተኣዛዝነት እቲ ሓደ ማለት የሱስ፡ ብዙሓት ጻድቃን ኪዀኑ እዮም።
5,451

5,452
am_tg
በመሆኑም የአምላክ ጸጋ በጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ በኩል የዘላለም ሕይወት ያስገኛል።
ብልክዕ ንምዝራብ፡ ጸጋ ኣምላኽ ብየሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪመርሕ ይኽእል እዩ።
5,453

5,454
am_tg
ይሖዋ፣ ልጁ ወደ ምድር መጥቶ ቤዛውን እንዲከፍል የማድረግ ግዴታ አልነበረበትም።
የሆዋ ንወዱ በጃ ኪኸውን ኢሉ ኺልእኮ ግዴታ ኣይነበሮን።
5,455

5,456
am_tg
ይሖዋና ኢየሱስ፣ ኃጢአተኛ የሆኑት የሰው ልጆች በቤዛው አማካኝነት ይቅርታ ማግኘት የሚችሉበትን ዝግጅት ያደረጉት የሰው ልጆች ይህን ለማግኘት የሚበቁ ወይም የሚገባቸው ስለሆኑ አይደለም።
ሓጥኣን ሰባት እውን ነቲ ንይቕረታ መሰረት ዝዀነ ኣምላኽ ዘዳለዎን የሱስ ዝኸፈሎን በጃ ይግብኣና ኺብልዎ ዚኽእሉ ኣይኰነን።
5,457

5,458
am_tg
በመሆኑም የኃጢአት ይቅርታ እና የዘላለም ሕይወት ተስፋ ማግኘታችን ይገባናል የማንለው ደግነት ወይም ጸጋ ነው።
ስለዚ፡ ይቕረታን ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወትን ምርካብና፡ ብሓቂ መግለጺ ጸጋኡ፡ ማለት ይግብኣና ዘይንብሎ ለውሃት እዩ።
5,459

5,460
am_tg
እንግዲያው የአምላክን የደግነት ስጦታ ይኸውም ጸጋውን ከፍ አድርገን ልንመለከተውና ይህንንም በአኗኗራችን ልናሳይ ይገባል።
እምበኣር፡ ንውህበት ጸጋ ኣምላኽ ኣኽቢርና ኽንርእዮን ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ብእኡ ኽንጽሎን ኣሎና።
5,461

5,462
am_tg
ራሳችንን መመርመራችን አስፈላጊ ነው።
ገዛእ ርእስና ኽንምርምር ኣሎና።
5,463
tg_am
ገዛእ ርእስና ኽንምርምር ኣሎና።
ራሳችንን መመርመራችን አስፈላጊ ነው።
5,464
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
5,465
tg_am
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
ለምን?
5,466
am_tg
ጳውሎስ በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ሞት ያስከትላል ሲል ጽፏል።
ጳውሎስ፡ ናይ ስጋ ምሕሳብ፡ ሞት እዩ ኢሉ ጽሒፉ ኣሎ።
5,467

5,468
am_tg
ይህ ትኩረት ልንሰጠው የሚገባ ጉዳይ ነው፤ በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር በአሁኑ ጊዜ መንፈሳዊ ሞት የሚያስከትል ሲሆን ወደፊት ደግሞ ቃል በቃል ሕይወታችንን ያሳጣናል።
እዚ ቐሊል ነገር ኣይኰነን፣ ሕጂ መንፈሳዊ ሞት፡ ኣብ መጻኢ ድማ ኣካላዊ ሞት እዩ ዜስዕብ።
5,469

5,470
am_tg
ሆኖም ጳውሎስ፣ አንድ ሰው በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ስለጀመረ ብቻ መጨረሻው ሞት እንደሚሆን መናገሩ አልነበረም።
ኰይኑ ግና፡ ጳውሎስ ከምኡ ኺብል ከሎ፡ ሓደ ሰብ ናይ ስጋ ኺሓስብ እንተ ጀሚሩ፡ መወዳእታኡ ግድን ሞት እዩ ማለቱ ኣይነበረን።
5,471

5,472
am_tg
ለውጥ ማድረግ ይቻላል።
ከመይሲ፡ ለውጢ ኺግበር ይከኣል እዩ።
5,473
tg_am
ከመይሲ፡ ለውጢ ኺግበር ይከኣል እዩ።
ለውጥ ማድረግ ይቻላል።
5,474
am_tg
በቆሮንቶስ ይኖር የነበረውን የሥነ ምግባር ብልግና የፈጸመ ሰው እንደ ምሳሌ እንውሰድ፦ ይህ ሰው በሥጋዊ ነገሮች ላይ በማተኮሩ ከጉባኤ ተወግዷል።
ብዛዕባ እቲ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበረ ብስጋ ብምምልላሱ እተወገደ ሰብኣይ እሞ ሕስብ ነብል።
5,475

5,476
am_tg
ያም ቢሆን ለውጥ ማድረግ ይችል ነበር፤ ደግሞም ለውጥ አድርጓል።
እቲ ሰብኣይ እቲ፡ ለውጢ ኺገብር ክኢሉ እዩ።
5,477

5,478
am_tg
ግለሰቡ ሥጋዊ ነገሮችን መከተሉን ትቶ ወደ ትክክለኛው ጎዳና ተመልሷል።
ብስጋ ምምልላስ ሓዲግዎ፡ ናብ ቅኑዕ መገዲ እውን ተመሊሱ እዩ።
5,479

5,480
am_tg
ይህ ሰው ለውጥ ማድረግ ከቻለ በዛሬው ጊዜ የሚገኝ ክርስቲያንም ለውጥ ማድረግ ይችላል፤ በተለይ ደግሞ በቆሮንቶስ የነበረውን ሰው ያህል ሥጋዊ ነገሮችን በመከተል ረገድ የከፋ ጎዳና ያልተከተለ ሰው መቀየር ላይከብደው ይችላል።
እቲ ሰብ እቲ ለውጢ ኺገብር እንተ ኽኢሉ፡ ሎሚ ዘሎ ሓደ ክርስትያን እውን ለውጢ ኺገብር ይኽእል እዩ፣ ምናዳ ኸኣ ክንዲ እቲ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበረ ሰብኣይ ካብ ሓቂ ርሒቑ ደድሕሪ ስጋ እንተ ዘይስዒቡ፡ ዝሰፍሐ ዕድል ኣለዎ።
5,481

5,482
am_tg
ይሖዋ እንደሚደግፈን ተማምነን ሸክማችንን በእሱ ላይ መጣል መቻላችን ምንኛ የሚያጽናና ነው! አምላክ ከምንጠይቀው ወይም ከምናስበው ሁሉ በላይ እጅግ አብልጦ እንደሚያደርግልን ሙሉ በሙሉ መተማመን እንችላለን።
‘የሆዋ ኸም ዚድግፈና ፈሊጥና ጾርና ናብኡ ምድርባይሲ ኽሳዕ ክንደይ ኰን ዜጸናንዕ እዩ! ኣምላኽ፡ ካብቲ እንልምኖን እንሓስቦን ዘበለ እምብዛ ኣዕዚዙ ኺገብር ዚኽእል ምዃኑ ምሉእ ብምሉእ ክንተኣማመን ንኽእል ኢና።
5,483

5,484
am_tg
እስቲ አስበው፤ ይሖዋ የሚያደርግልን አብልጦ ወይም እጅግ አብልጦ ብቻ ሳይሆን ከምናስበው ሁሉ በላይ እጅግ አብልጦ ነው! ሽልማታችንን ማግኘት ከፈለግን በይሖዋ ላይ ሙሉ እምነት ማሳደር እንዲሁም መመሪያዎቹን መታዘዝ ይኖርብናል።
ሕስብ እሞ ኣብሎ፦ ኣብዚሑን ኣዕዚዙን ጥራይ ዘይኰነስ፡ እምብዛ ኣዕዚዙ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ! ዓስቢ ኽንረክብ እንተ ደሊና፡ ብየሆዋ ኸም እንኣምን ከነርእን ንመምርሒታቱ ኽንስዕብን ኣሎና።
5,485

5,486
am_tg
ሙሴ የእስራኤልን ብሔር እንዲህ ብሏቸዋል፦ አምላክህ ይሖዋ ርስት አድርገህ እንድትወርሳት በሚሰጥህ ምድር ላይ ይሖዋ ይባርክሃል፤ ይህ የሚሆነው ግን የአምላክህን የይሖዋን ቃል በትኩረት የምትሰማና እኔ ዛሬ የምሰጥህን ትእዛዛት በሙሉ በጥንቃቄ የምትፈጽም ከሆነ ነው።
ሙሴ ንህዝቢ እስራኤል፡ ኣብታ የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ኽትርስተያ ዚህበካ ምድሪ፡ የሆዋ ብርግጽ ኪባርኸካ እዩ ሓንትስ ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ ኣጸቢቕካ ተኣዘዝ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዝ ከኣ ተጠንቂቕካ ሓሉ።
5,487

5,488
am_tg
አምላክህ ይሖዋ በገባልህ ቃል መሠረት ይባርክሃል።
ከመይሲ፡ የሆዋ ኣምላኽካ ኸምቲ ዘተስፈወካ ኺባርኸካ እዩ በሎ።
5,489
tg_am
ከመይሲ፡ የሆዋ ኣምላኽካ ኸምቲ ዘተስፈወካ ኺባርኸካ እዩ በሎ።
አምላክህ ይሖዋ በገባልህ ቃል መሠረት ይባርክሃል።
5,490
am_tg
ይሖዋ፣ በታማኝነት እስካገለገልከው ድረስ እንደሚባርክህ ሙሉ በሙሉ ትተማመናለህ?
እሞኸ፡ ንየሆዋ ብተኣማንነት እንተ ኣገልጊልካዮ፡ ንሱ ኸም ዚባርኸካ ምሉእ ብምሉእ ትተኣማመን ዲኻ፧
5,491

5,492
am_tg
ይህን ለማድረግ በቂ ምክንያት አለህ።
እወ፡ ክትተኣማመን ዜኽእለካ እኹል ምኽንያት ኣሎካ።
5,493
tg_am
እወ፡ ክትተኣማመን ዜኽእለካ እኹል ምኽንያት ኣሎካ።
ይህን ለማድረግ በቂ ምክንያት አለህ።
5,494
am_tg
ይሖዋ፣ ሰዎች በሕይወት እንዲኖሩ እንጂ እንዲሞቱ አይፈልግም።
የሆዋ፡ ሰባት ብህይወት ኪነብሩ እምበር፡ ኪሞቱ ኣይደልን እዩ።
5,495
tg_am
የሆዋ፡ ሰባት ብህይወት ኪነብሩ እምበር፡ ኪሞቱ ኣይደልን እዩ።
ይሖዋ፣ ሰዎች በሕይወት እንዲኖሩ እንጂ እንዲሞቱ አይፈልግም።
5,496
am_tg
የሕይወት ምንጭ እንደመሆኑ መጠን ከሞት ለተነሱ ሁሉ አባት ይሆንላቸዋል።
ምንጪ ህይወት ስለ ዝዀነ፡ ኣቦ ዅሎም እቶም ዚትንስኡ እዩ።
5,497

5,498
am_tg
ከዚህ አንጻር ኢየሱስ በሰማያት የምትኖር አባታችን ሆይ ብለን እንድንጸልይ ማስተማሩ ተገቢ ነው።
የሱስ፡ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና ኢልና ኽንጽሊ ምምሃሩስ ክሳዕ ክንደይ ቅኑዕ ኰን እዩ።
5,499