Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,300
am_tg
ሁላችንም ጳውሎስ ከተወው ጥሩ ምሳሌ ትምህርት ማግኘት እንችላለን፤ ጳውሎስ፣ ወንድሞቹ የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ መብት እንዳላቸው በመገንዘብ ይህን መብታቸውን አክብሮላቸዋል።
ጳውሎስ ኣሕዋቱ ንዘለዎም ናይ ምውሳን መሰል ብምኽባር ዝመጸ፡ ጽቡቕ ኣብነት ሓዲጉ እዩ።
5,301
tg_am

5,302
am_tg
በዛሬው ጊዜ ያሉ ሽማግሌዎችም ከግል ምርጫ ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን በተመለከተ ምክር ሲሰጡ የእሱን ምሳሌ ሊከተሉ ይገባል።
ሎሚ ዘለዉ ሽማግለታት እውን፡ ምስ ብሕታዊ ውሳነ ኣብ ዚተሓሓዝ ጕዳይ ምኽሪ ኺህቡ ኸለዉ ነዚ ኣብነት እዚ ኺስዕቡ ኣለዎም።
5,303

5,304
am_tg
በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረቱ መመሪያዎችን ለመንጋው አባላት ለማካፈል ፈቃደኞች ናቸው።
ንመጓሰ ኣምላኽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሓበሬታ ምሃብ የሐጕሶም እዩ።
5,305

5,306
am_tg
ያም ሆኖ ሽማግሌዎች፣ ውሳኔ የማድረጉን ኃላፊነት ለእያንዳንዱ ግለሰብ መተው ይኖርባቸዋል።
ይኹን እምበር፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ እዮም ዚደልይዎም።
5,307

5,308
am_tg
እንዲህ ማድረጋቸው ተገቢ ነው፤ ምክንያቱም እያንዳንዱ ግለሰብ፣ ውሳኔው የሚያስከትለውን ውጤት የሚቀበለው ራሱ ነው።
ከምኡ ምግባሮም ከኣ ቅኑዕ እዩ፣ ከመይሲ፡ ውጽኢት ውሳነታቶም ዚጾሩ እቶም ውልቀ ሰባት ባዕሎም እዮም።
5,309

5,310
am_tg
በመሆኑም ከዚህ ጉዳይ ጋር በተያያዘ የምናገኘው አንድ ጠቃሚ ትምህርት አለ፦ ቅዱስ ጽሑፋዊ መመሪያዎችን ወይም ምክሮችን ተግባራዊ እንዲያደርጉ ሌሎችን ልንረዳቸው እንችላለን።
ነዚ ዚስዕብ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኽንርስዖ የብልናን፦ ንኻልኦት ክንግደሰሎምን ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓት ወይ ምኽሪ ኺዝክሩ ኽንሕግዞምን ንኽእል ኢና።
5,311

5,312
am_tg
ያም ሆኖ ሌሎች የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ መብት እንዳላቸው እንዲሁም ይህ የእነሱ ኃላፊነት እንደሆነ መዘንጋት የለብንም።
ይኹን እምበር፡ ናይ ገዛእ ርእሶም ውሳነታት ኪገብሩ መሰልን ሓላፍነትን ዘለዎም ባዕላቶም እዮም።
5,313

5,314
am_tg
እነዚህ ሰዎች ጥበብ የሚንጸባረቅበት ውሳኔ ሲያደርጉ እንደሚጠቀሙ ጥርጥር የለውም።
ጥበባዊ ውሳነታት ምስ ዚገብሩ ድማ፡ ኪጥቀሙ እዮም።
5,315

5,316
am_tg
በግልጽ ለመረዳት እንደምንችለው፣ ለሌሎች ወንድሞችና እህቶች ውሳኔ የማድረግ ሥልጣን እንዳለን አድርገን ፈጽሞ ልናስብ አይገባም።
እምበኣር፡ ንኣሕዋትናን ኣሓትናን ውሳነታቶም ክንውስነሎም ስልጣን ከም ዘሎና ጌርና ፈጺምና ኽንሓስብ ከም ዘይብልና ንጹር እዩ።
5,317

5,318
am_tg
ብዙ ሰዎች እነሱ በሚያደርጉትና አምላክ በሚያደርገው ነገር መካከል ምንም ግንኙነት ያለ አይመስላቸውም።
ብዙሓት ሰባት ኣብ መንጎ እቲ ንሳቶም ዚገብርዎን ኣምላኽ ዚገብሮን ብዙሕ ምትእስሳር ከም ዘየልቦ እዮም ዚሓስቡ።
5,319

5,320
am_tg
እንዲያውም አንዳንዶች አምላክ በሰዎች ላይ የሚደርሰው ነገር ግድ እንደማይሰጠው ይሰማቸዋል።
አረ ገሊኦምሲ ኣምላኽ በቲ ንሰባት ዜጋጥሞም ዘሎ ኸም ዘይግደስ እዩ ዚመስሎም።
5,321

5,322
am_tg
ኅዳር 2013፣ ሃያን የተባለው ዝናብ የቀላቀለ ከባድ አውሎ ነፋስ መካከለኛውን ፊሊፒንስ ባወደመበት ወቅት የአንድ ትልቅ ከተማ ከንቲባ አምላክ የሆነ ቦታ ሄዶ መሆን አለበት ብለዋል።
ኣብ ሕዳር 2013፡ ብርቱዕ ህቦብላ ሃይያን ኣብ ማእከላይ ፊሊፒንስ ዕንወት ምስ ኣስዓበ፡ ከንቲባ ሓንቲ ዓባይ ከተማ፡ ኣምላኽ ገይሹ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ ኢሉ እዩ።
5,323

5,324
am_tg
ሌሎች ሰዎች ደግሞ የሚያደርጉትን ነገር አምላክ ማየት የሚችል አይመስላቸውም።
ገሊኦም ሰባት ድማ፡ ኣምላኽ ነቲ ዚገብርዎ ኺርእዮ ኸም ዘይክእል እዩ ዚመስሎም።
5,325

5,326
am_tg
እነዚህ ሰዎች ሐዋርያው ጳውሎስ ለአምላክ እውቅና መስጠት ተገቢ መስሎ አልታያቸውም ብሎ የገለጻቸው ዓይነት ሰዎች ናቸው።
ንሳቶም ከኣ ከምቶም ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንኣምላኽ ኪእመኑሉ ዘይደለዩ ዝበሎም ዓይነት ሰባት እዮም።
5,327

5,328
am_tg
እንዲህ ያሉ ሰዎች በዓመፅ፣ በኃጢአተኝነት፣ በስግብግብነት፣ በክፋት የተሞሉ ናቸው።
እዚኣቶም ብዅሉ ዓመጻ፡ እከይ፡ ስስዐ፡ ክፍኣት እተመልኡ እዮም።
5,329

5,330
am_tg
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧
5,331
tg_am
ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
5,332
am_tg
ቀደም ሲል ከተጠቀሱት ሰዎች በተለየ ይሖዋ የምናደርገውን ነገር ሁሉ እንደሚመለከት እንገነዘባለን።
ከምቶም ኣብ ላዕሊ እተጠቕሱ ዘይኰነስ፡ የሆዋ ንእንገብሮ ዅሉ ኸም ዚዕዘቦ ንፈልጥ ኢና።
5,333

5,334
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስን ማግኘት የማትችልበት ሁኔታ ሊፈጠር ቢችልም ቀደም ሲል በአእምሮህ ባከማቸኸው እውቀት ላይ ማለትም በምትወዳቸው ጥቅሶች ወይም የመዝሙር ስንኞች ላይ እንዳታሰላስል ሊያግድህ የሚችል ሰው የለም።
ዘለኻዮ ዅነታት መጽሓፍ ቅዱስ ከይተንብብ ኪኽልክለካ ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣእምሮኻ ዘስፈርካዮ እትፈትዎ ጥቕስታትን ቃላት መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽን ካልእ ነገራትን ከይተስተንትን ኪኽልክለካ ዚኽእል ግና የልቦን።
5,335

5,336
am_tg
ደግሞም የአምላክ መንፈስ ከዚህ በፊት የተማርካቸውን መልካም ነገሮች እንድታስታውስ ሊረዳህ ይችላል።
መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ነቲ እተምሃርካዮ ጽቡቕ ነገራት ኬዘኻኽረካ ይኽእል እዩ።
5,337

5,338
am_tg
በመሆኑም ዛሬውኑ የሳምንቱን የመጽሐፍ ቅዱስ ንባብ ለማንበብና ለማሰላሰል ጊዜ መድብ።
ስለዚ፡ ሰሙናዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ምእንቲ ኸተንብብን ከተስተንትንን ግዜ ኽትምድብ ትኽእል ኢኻ።
5,339

5,340
am_tg
ኢየሱስ በተናገረውና ባደረገው ነገር ላይ ለማሰላሰልም ጊዜ መመደብ አለብህ።
ብዛዕባ እቲ የሱስ ዝበሎን ዝገበሮን ነገር እተስተንትነሉ ግዜ እውን ክትምድብ ትኽእል ኢኻ።
5,341

5,342
am_tg
ስለ ኢየሱስ ሕይወትና አገልግሎት የሚገልጹት የወንጌል ዘገባዎች በሰፊው ከሚታወቁት የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍሎች መካከል እንደሚገኙ ግልጽ ነው።
እቲ ብዛዕባ ህይወትን ኣገልግሎትን የሱስ ዚገልጽ ጸብጻባት ዝሓዘ ወንጌላት፡ ገለ ኻብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ፍሉጥ መጻሕፍቲ ምዃኑ ኸም እትሰማምዓሉ ዜጠራጥር ኣይኰነን።
5,343

5,344
am_tg
እንዲያውም የአምላክ ሕዝቦች፣ ኢየሱስ በምድር ላይ ያሳለፈውን ሕይወት በጊዜ ቅደም ተከተል የሚያቀርብ ጽሑፍ አግኝተዋል።
ህዝቢ ኣምላኽ፡ ነቲ የሱስ ኣብ ምድሪ ዘሕለፎ ተመክሮታትን ግዜን ብመስርዕ ፍጻመታት ዘስፈረ ጽሑፍ ረኺቦም እዮም።
5,345

5,346
am_tg
በእያንዳንዱ የመጽሐፉ ምዕራፍ ላይ የቀረቡትን ተዛማጅ የወንጌል ዘገባዎች በጥሞና ማንበባችንና በዚያ ላይ ማሰላሰላችን በጣም ይጠቅመናል።
ብፍላይ ነቲ ኣብ ሓድሕድ ምዕራፍ እተመዝገበ ናይ ወንጌል ጸብጻባት ተጠንቂቕና ነንብቦን ነስተንትነሉን እንተ ዄንና፡ በዚ ጽሑፍ እዚ ብዙሕ ክንጥቀም ኢና።
5,347

5,348
am_tg
ፍቅር የይሖዋ አምላክ ዋነኛ ባሕርይ ነው።
ፍቕሪ ቐንዲ ባህርይ የሆዋ እያ።
5,349
tg_am
ፍቕሪ ቐንዲ ባህርይ የሆዋ እያ።
ፍቅር የይሖዋ አምላክ ዋነኛ ባሕርይ ነው።
5,350
am_tg
የመጀመሪያ የፍጥረት ሥራው ኢየሱስ ነው፤ እሱም ከአባቱ ጋር ስፍር ቁጥር ለሌላቸው ዘመናት በሰማይ ሲኖር ፍቅር ስለሚንጸባረቅባቸው የአምላክ መንገዶች ተምሯል።
እቲ ናይ መጀመርታ ፍጥረቱ ዝዀነ የሱስ ማእለያ ንዘይብሉ እዋናት ኣብ ሰማይ ምስኡ ይነብር ነይሩን ፍቕራዊ መገድታት የሆዋ ተማሂሩን እዩ።
5,351

5,352
am_tg
ኢየሱስ በምድር ላይ ያሳለፈውን ጊዜ ጨምሮ መላ ሕይወቱ፣ ይሖዋ የፍቅር አምላክ መሆኑን እንደተገነዘበና በዚህ ረገድ እሱን እንደሚመስል ያሳያል።
ኣብ መላእ ህይወቱ፡ እንተላይ ኣብቲ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ እዋን፡ የሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ፈቃር ኣምላኽ ምዃኑ ምሉእ ብምሉእ ከም ዚርዳእን ነታ ፍቕሪ እቲኣ ኸም ዚቐድሓን ኣርእዩ እዩ።
5,353

5,354
am_tg
በመሆኑም የይሖዋና የኢየሱስ አገዛዝ ምንጊዜም ፍቅር የሚንጸባረቅበት እንደሚሆን እርግጠኞች መሆን እንችላለን።
ስለዚ፡ ኣገዛዝኣ የሆዋን የሱስን ንዘለኣለም ብፍቕሪ ኸም ዚምራሕ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና።
5,355

5,356
am_tg
ኢየሱስ ከሕጉ ውስጥ ከሁሉ የሚበልጠው ትእዛዝ የትኛው እንደሆነ ሲጠየቅ እንዲህ ብሏል፦ አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህና በሙሉ አእምሮህ ውደድ።
የሱስ እታ ኣብ ሕጊ ዝዓበየት ትእዛዝ ኣየነይቲ ምዃና ምስ ተሓትተ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ።
5,357

5,358
am_tg
ይህ ከሁሉ የሚበልጠውና የመጀመሪያው ትእዛዝ ነው።
እዚኣ እታ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ እያ።
5,359
tg_am
እዚኣ እታ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ እያ።
ይህ ከሁሉ የሚበልጠውና የመጀመሪያው ትእዛዝ ነው።
5,360
am_tg
ሁለተኛውም ይህንኑ የሚመስል ሲሆን ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ ይላል።
እታ እትመስላ ኻልአይታ እዚኣ እያ፦ ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ በለ።
5,361

5,362
am_tg
ኢየሱስ ይሖዋን ከመውደድ ቀጥሎ ሁለተኛውን ቦታ የሚይዘው ለባልንጀራችን ያለን ፍቅር መሆኑን እንደገለጸ ልብ በል።
የሱስ ንብጻይካ ምፍቃር ደድሕሪ ንየሆዋ ምፍቃር ከም ዝጠቐሳ ኣስተብህል።
5,363

5,364
am_tg
ይህም ከሁሉም ሰው ጋር ባለን ግንኙነት ረገድ ፍቅር ማሳየት ምን ያህል አስፈላጊ እንደሆነ የሚያጎላ ነው።
እዚ ኸኣ፡ ኣብ ኵሉ ርክባትና ፍቕሪ ምንጽብራቕ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ የርኢ።
5,365

5,366
am_tg
አምላክ ሐሳቡን ለሰው ልጆች ለመግለጽ ከዕብራይስጥ በተጨማሪ በሌሎች ቋንቋዎች ተጠቅሟል።
ኣምላኽ ነቲ ንሰባት ሓሳቡ ዚገልጸሉ መገዲ ብእብራይስጢ ጥራይ ኣይቀየዶን።
5,367

5,368
am_tg
የአምላክ ሕዝቦች ከባቢሎን ምርኮ ከተመለሱ በኋላ የአንዳንዶቹ የዕለት ተዕለት ቋንቋ አረማይክ ሆነ።
ድሕሪ ምርኮ ባቢሎን፡ ኣራማይስጢ መዓልታዊ ቛንቋ ገሊኦም ህዝቢ ኣምላኽ ኰይኑ ነይሩ እዩ።
5,369

5,370
am_tg
ይሖዋ አስቀድሞ ይህን ስለተገነዘበ ሳይሆን አይቀርም፣ ነቢዩ ዳንኤልና ነቢዩ ኤርምያስ እንዲሁም ካህኑ ዕዝራ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ከሚገኙት ዘገባዎቻቸው ውስጥ የተወሰኑትን ክፍሎች በአረማይክ እንዲጽፉ በመንፈሱ መርቷቸዋል።
የሆዋ ንነብዪ ዳንኤልን ንነብዪ ኤርምያስን ንእዝራ እቲ ኻህንን ገሊኡ ኽፋል እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መጻሕፍቶም ብኣራማይስጢ ኺጽሕፍዎ ዝደረኾም፡ በዚ ምኽንያት እዚ እዩ ኪኸውን ዚኽእል።
5,371

5,372
am_tg
ከጊዜ በኋላ ታላቁ እስክንድር ከጥንቱ ዓለም አብዛኛውን በቁጥጥሩ ሥር ሲያደርግ ኮይኔ ወይም የጋራ መግባቢያ የነበረው ግሪክኛ ዓለም አቀፍ ቋንቋ ሆነ።
ጸኒሑ፡ እስክንድር እቲ ዓብዪ ንመብዛሕትኡ ኽፋል ጥንታዊት ዓለም ተቘጻጺሩ ነይሩ፣ ኪኒ ዚብሃል ተራ ግሪኽኛ ድማ ዓለምለኻዊ ቛንቋ ዀይኑ የገልግል ነይሩ።
5,373

5,374
am_tg
በርካታ አይሁዳውያን ይህን ቋንቋ መናገር ጀመሩ፤ በዚህ የተነሳ የዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ወደ ግሪክኛ ተተረጎሙ።
ብዙሓት ኣይሁድ ከኣ በቲ ቛንቋ እቲ ኺዛረቡ ጀሚሮም፣ በዚ ምኽንያት እዚ እውን ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ናብ ግሪኽኛ ተተርጒሙ።
5,375

5,376
am_tg
በ72 ተርጓሚዎች እንደተዘጋጀ የሚታሰበው ይህ ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ሴፕቱጀንት በመባል ይታወቃል።
እቲ ትርጉም እቲ፡ ብ72 ተርጐምቲ ኸም እተተርጐመ እዩ ዚእመነሉ፣ ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ተባሂሉ ድማ ይፍለጥ።
5,377

5,378
am_tg
ሰብዓ ሊቃናት የመጀመሪያው የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም ሲሆን ትልቅ ቦታ ከሚሰጣቸው ትርጉሞች አንዱ ነው።
ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎ ቐዳማይ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ እውን እዩ ነይሩ።
5,379

5,380
am_tg
በሥራው የተካፈሉት ተርጓሚዎች ብዙ በመሆናቸው የተጠቀሙበት የአተረጓጎም ስልትም የተለያየ ነው፤ አንዳንዶቹ ቃል በቃል ሲተረጉሙ ሌሎቹ ግን እንዲህ አላደረጉም።
ኣዝዮም ብዙሓት ተርጐምቲ ስለ ዝተርጐምዎ፡ ካብ ቃል ብቓሉ ኣትሒዙ ኽሳዕ ፍንው ዝበለ ዓይነት ኣተራጕማ እዮም ተጠቒሞም።
5,381

5,382
am_tg
ያም ቢሆን ግሪክኛ ተናጋሪ አይሁዳውያን፣ በኋላ ላይ ደግሞ ክርስቲያኖች ሰብዓ ሊቃናትን እንደ አምላክ ቃል አድርገው ተቀብለውታል።
ኰይኑ ግና፡ ግሪኽኛ ዚዛረቡ ኣይሁድን ክርስትያናትን ንትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ከም ቃል ኣምላኽ ገይሮም እዮም ዚርእይዎ ነይሮም።
5,383

5,384
am_tg
ያዕቆብ በዚህ ምሳሌ ላይ ሊያጎላው የፈለገውን ነጥብ ቁጥር 6 ላይ ግልጽ አድርጎታል።
እቲ ያእቆብ ኣብዚ እተጠቕመሉ ምሳሌ ሒዝዎ ዘሎ መልእኽቲ፡ ኣብ ፍቕዲ 6 እዩ ንጹር ኰይኑ ዘሎ።
5,385

5,386
am_tg
ጥቅሱ ምላስም እሳት ናት ይላል።
ኣብኣ፡ ልሳን እውን ሓዊ እያ ተባሂሉ ኣሎ።
5,387
tg_am
ኣብኣ፡ ልሳን እውን ሓዊ እያ ተባሂሉ ኣሎ።
ጥቅሱ ምላስም እሳት ናት ይላል።
5,388
am_tg
ምላስ የሚለው ቃል የመናገር ችሎታችንን ያመለክታል።
ልሳን ንናይ ምዝራብ ክእለትና እያ እተመልክት።
5,389
tg_am
ልሳን ንናይ ምዝራብ ክእለትና እያ እተመልክት።
ምላስ የሚለው ቃል የመናገር ችሎታችንን ያመለክታል።
5,390
am_tg
እንደ እሳት ሁሉ ንግግራችንም ከፍተኛ ጉዳት ሊያደርስ ይችላል።
ዘረባና እውን ከም ሓዊ ኸቢድ ጕድኣት ናይ ምምጻእ ተኽእሎ ኣለዎ።
5,391

5,392
am_tg
እንዲያውም መጽሐፍ ቅዱስ አንደበት የሞትና የሕይወት ኃይል አላት ይላል።
አረ መጽሓፍ ቅዱስሲ፡ ሞትን ህይወትን ኣብ ስልጣን ልሳን እየን ይብል እዩ።
5,393

5,394
am_tg
እርግጥ ነው፣ እሳት የሚያስከትለውን ጉዳት በመፍራት በእሳት መጠቀማችንን እንደማናቆም ሁሉ፣ ጎጂ ነገር እንዳንናገር በመስጋት መናገራችንን እስከ ጭራሹ አናቆምም።
ልክዕ እዩ፡ ከምቲ ባርዕ ከይልዓል ኢልና ሓዊ ምእጓድ ዘይንሓድጎ፡ ዚጐድእ ዘረባ ኸይንዛረብ ኢልና እውን ምዝራብ ኣይነቋርጽን ኢና።
5,395

5,396
am_tg
ቁልፉ አንደበታችንን መቆጣጠር መቻላችን ላይ ነው።
የግዳስ፡ ክንቈጻጸሮ ኢና እንጽዕር።
5,397
tg_am
የግዳስ፡ ክንቈጻጸሮ ኢና እንጽዕር።
ቁልፉ አንደበታችንን መቆጣጠር መቻላችን ላይ ነው።
5,398
am_tg
እሳትን በተገቢው መንገድ የምንጠቀምበት ከሆነ ምግባችንን ለማብሰልና ሰውነታችንን ለማሞቅ ሊያገለግለን እንዲሁም ብርሃን ሊሰጠን ይችላል።
ንሓዊ እንተ ተቘጻጺርናዮ፡ ምግብና ንምኽሻን፡ ሰብነትና ንምማቝ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ጸልማት ንምብራህ ንጥቀመሉ ኢና።
5,399