Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
5,500 | am_tg | ይሖዋ ሙታንን ከማስነሳት ጋር በተያያዘ ኢየሱስ ትልቅ ሚና እንዲኖረው አድርጓል። | የሆዋ ንየሱስ፡ ምዉታት ኬተንስእ ኣገዳሲ ዕዮ ሂብዎ እዩ። |
5,501 | tg_am | የሆዋ ንየሱስ፡ ምዉታት ኬተንስእ ኣገዳሲ ዕዮ ሂብዎ እዩ። | ይሖዋ ሙታንን ከማስነሳት ጋር በተያያዘ ኢየሱስ ትልቅ ሚና እንዲኖረው አድርጓል። |
5,502 | am_tg | ኢየሱስ ትንሣኤና ሕይወት እንደሆነ የተናገረው ቃል በገነት ውስጥ ፍጻሜውን ያገኛል። | የሱስ ድማ ኣብ ገነት፡ ነቲ ኸም ትንሳኤን ህይወትን መጠን ዘለዎ ግደ ኺፍጽሞ እዩ። |
5,503 | tg_am | የሱስ ድማ ኣብ ገነት፡ ነቲ ኸም ትንሳኤን ህይወትን መጠን ዘለዎ ግደ ኺፍጽሞ እዩ። | ኢየሱስ ትንሣኤና ሕይወት እንደሆነ የተናገረው ቃል በገነት ውስጥ ፍጻሜውን ያገኛል። |
5,504 | am_tg | ይሖዋ የቤተሰቡ አባላት እንዲሆኑ የጋበዘው የተመረጡ ጥቂት ሰዎችን ብቻ አይደለም፤ ኢየሱስ የአምላክን ፈቃድ የሚያደርግ ሁሉ ለእኔ ወንድሜ፣ እህቴና እናቴ ነው በማለት መናገሩ ይህን ያሳያል። | የሱስ፡ ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ዘበለ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ ስለ ዝበለ፡ የሆዋ ፍሉይ መሰል ንዝሃቦም እተወሰኑ ሰባት ጥራይ ኣይኰነን ልግሱ ኣርእይዎም። |
5,505 | tg_am | የሱስ፡ ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ዘበለ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ ስለ ዝበለ፡ የሆዋ ፍሉይ መሰል ንዝሃቦም እተወሰኑ ሰባት ጥራይ ኣይኰነን ልግሱ ኣርእይዎም። | ይሖዋ የቤተሰቡ አባላት እንዲሆኑ የጋበዘው የተመረጡ ጥቂት ሰዎችን ብቻ አይደለም፤ ኢየሱስ የአምላክን ፈቃድ የሚያደርግ ሁሉ ለእኔ ወንድሜ፣ እህቴና እናቴ ነው በማለት መናገሩ ይህን ያሳያል። |
5,506 | am_tg | የአምላክ ፈቃድ ከሁሉም ብሔራት፣ ነገዶች፣ ሕዝቦችና ቋንቋዎች የተውጣጡና ቁጥራቸው በውል የማይታወቅ እጅግ ብዙ ሕዝብ አገልጋዮቹ እንዲሆኑ ነው። | ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን እተኣከቡ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ ኣምለኽቱ ኪዀኑ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ። |
5,507 | tg_am | ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን እተኣከቡ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ ኣምለኽቱ ኪዀኑ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ። | የአምላክ ፈቃድ ከሁሉም ብሔራት፣ ነገዶች፣ ሕዝቦችና ቋንቋዎች የተውጣጡና ቁጥራቸው በውል የማይታወቅ እጅግ ብዙ ሕዝብ አገልጋዮቹ እንዲሆኑ ነው። |
5,508 | am_tg | በክርስቶስ ቤዛ ላይ እምነት እንዳላቸው የሚያሳዩና የአምላክን ፈቃድ የሚያደርጉ ሁሉ መዳን ያገኘነው በዙፋኑ ላይ ከተቀመጠው ከአምላካችን እንዲሁም ከበጉ ነው በማለት በታላቅ ድምፅ ከሚጮኹት ሰዎች መካከል የመሆን አጋጣሚ አላቸው። | እቶም ብበጃ ክርስቶስ ዚኣምኑን ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብሩን፡ ድሕነት ካብቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ኣምላኽናን ካብቲ ገንሸልን እዩ ኢሎም ኪጭድሩ እዮም። |
5,509 | tg_am | እቶም ብበጃ ክርስቶስ ዚኣምኑን ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብሩን፡ ድሕነት ካብቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ኣምላኽናን ካብቲ ገንሸልን እዩ ኢሎም ኪጭድሩ እዮም። | በክርስቶስ ቤዛ ላይ እምነት እንዳላቸው የሚያሳዩና የአምላክን ፈቃድ የሚያደርጉ ሁሉ መዳን ያገኘነው በዙፋኑ ላይ ከተቀመጠው ከአምላካችን እንዲሁም ከበጉ ነው በማለት በታላቅ ድምፅ ከሚጮኹት ሰዎች መካከል የመሆን አጋጣሚ አላቸው። |
5,510 | am_tg | የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት በተለያዩ ቋንቋዎች ለማሰራጨት ሲባል ዛየንስ ዎች ታወር ትራክት ሶሳይቲ የተባለው ማኅበር በ1884 ተቋቋመ፤ የማኅበሩ ፕሬዚዳንት ቻርልስ ቴዝ ራስል ነበር። | ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ብእተፈላለየ ቛንቋታት ንምዝርጋሕ፡ ብ1884 ናይ ጽዮን ማሕበር ግምቢ ዘብዐኛን ትራክትን ብሕጊ ተመዝገበ፣ ቻርለስ ቴዝ ራስል ከኣ ፕረዚደንት እቲ ትካል ኰነ። |
5,511 | tg_am | ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ብእተፈላለየ ቛንቋታት ንምዝርጋሕ፡ ብ1884 ናይ ጽዮን ማሕበር ግምቢ ዘብዐኛን ትራክትን ብሕጊ ተመዝገበ፣ ቻርለስ ቴዝ ራስል ከኣ ፕረዚደንት እቲ ትካል ኰነ። | የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት በተለያዩ ቋንቋዎች ለማሰራጨት ሲባል ዛየንስ ዎች ታወር ትራክት ሶሳይቲ የተባለው ማኅበር በ1884 ተቋቋመ፤ የማኅበሩ ፕሬዚዳንት ቻርልስ ቴዝ ራስል ነበር። |
5,512 | am_tg | ወንድም ራስል መጽሐፍ ቅዱስን በትጋት ያጠና የነበረ ሲሆን አምላክ ሥላሴ እንደሆነና ነፍስ እንደማትሞት የሚገልጹት ትምህርቶች ሐሰት መሆናቸውን በድፍረት አጋልጧል። | ራስል፡ ንፉዕ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ነይሩ፣ ከም ስላሴን ዘይትመውት ነፍስን ዝኣመሰለ ናይ ሓሶት ሰረተ እምነታት ከኣ ብትብዓት ኣቃልዐ። |
5,513 | tg_am | ራስል፡ ንፉዕ ተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ነይሩ፣ ከም ስላሴን ዘይትመውት ነፍስን ዝኣመሰለ ናይ ሓሶት ሰረተ እምነታት ከኣ ብትብዓት ኣቃልዐ። | ወንድም ራስል መጽሐፍ ቅዱስን በትጋት ያጠና የነበረ ሲሆን አምላክ ሥላሴ እንደሆነና ነፍስ እንደማትሞት የሚገልጹት ትምህርቶች ሐሰት መሆናቸውን በድፍረት አጋልጧል። |
5,514 | am_tg | ክርስቶስ የሚመለሰው በማይታይ ሁኔታ እንደሆነ እንዲሁም የተወሰኑት የአሕዛብ ዘመናት በ1914 እንደሚያበቁ ተገንዝቦ ነበር። | ክርስቶስ ብዘይርአ መገዲ ኸም ዚምለስን ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ ብ1914 ከም ዜብቅዕን ኣስተብሂሉ ነበረ። |
5,515 | tg_am | ክርስቶስ ብዘይርአ መገዲ ኸም ዚምለስን ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ ብ1914 ከም ዜብቅዕን ኣስተብሂሉ ነበረ። | ክርስቶስ የሚመለሰው በማይታይ ሁኔታ እንደሆነ እንዲሁም የተወሰኑት የአሕዛብ ዘመናት በ1914 እንደሚያበቁ ተገንዝቦ ነበር። |
5,516 | am_tg | ወንድም ራስል ጊዜውን፣ ጉልበቱንና ገንዘቡን ምንም ሳይቆጥብ እነዚህን እውነቶች ለሌሎች አካፍሏል። | ነቲ ዝፈለጦ ሓቂ ንኻልኦት ንምክፋል ከኣ፡ ግዜኡን ጕልበቱን ገንዘቡን ወፈየ። |
5,517 | tg_am | ነቲ ዝፈለጦ ሓቂ ንኻልኦት ንምክፋል ከኣ፡ ግዜኡን ጕልበቱን ገንዘቡን ወፈየ። | ወንድም ራስል ጊዜውን፣ ጉልበቱንና ገንዘቡን ምንም ሳይቆጥብ እነዚህን እውነቶች ለሌሎች አካፍሏል። |
5,518 | am_tg | በግልጽ ለማየት እንደሚቻለው ይሖዋና የጉባኤው ራስ የሆነው ኢየሱስ በዚያ ወሳኝ ወቅት ወንድም ራስልን ተጠቅመውበታል። | ኣብቲ ኣገዳሲ ግዜ እቲ፡ የሆዋን እቲ ርእሲ ጉባኤን ንሓውና ራስል ተጠቒሞምሉ እዮም። |
5,519 | tg_am | ኣብቲ ኣገዳሲ ግዜ እቲ፡ የሆዋን እቲ ርእሲ ጉባኤን ንሓውና ራስል ተጠቒሞምሉ እዮም። | በግልጽ ለማየት እንደሚቻለው ይሖዋና የጉባኤው ራስ የሆነው ኢየሱስ በዚያ ወሳኝ ወቅት ወንድም ራስልን ተጠቅመውበታል። |
5,520 | am_tg | ወንድም ራስል ከሰዎች ክብር ለማግኘት አልሞከረም። | ሓውና ራስል፡ ክብሪ ሰብ ኪረክብ ኣይደልን እዩ ነይሩ። |
5,521 | tg_am | ሓውና ራስል፡ ክብሪ ሰብ ኪረክብ ኣይደልን እዩ ነይሩ። | ወንድም ራስል ከሰዎች ክብር ለማግኘት አልሞከረም። |
5,522 | am_tg | በ1896 እንዲህ ሲል ጽፏል፦ ለእኛም ሆነ ለምናዘጋጃቸው ጽሑፎች ሙገሳና ውዳሴ መቀበል አንፈልግም፤ አባ ወይም ረቢ ተብለን መጠራት አንፈልግም። | ብ1896 ከምዚ ኢሉ ጸሓፈ፦ ንዓና ዀነ ንጽሑፋትና ኽብርን ኣኽብሮትን ኣይንደልን ኢና፣ ብሃይማኖታዊ መዓርጋት ድማ ክንጽዋዕ ኣይንደልን ኢና። |
5,523 | tg_am | ብ1896 ከምዚ ኢሉ ጸሓፈ፦ ንዓና ዀነ ንጽሑፋትና ኽብርን ኣኽብሮትን ኣይንደልን ኢና፣ ብሃይማኖታዊ መዓርጋት ድማ ክንጽዋዕ ኣይንደልን ኢና። | በ1896 እንዲህ ሲል ጽፏል፦ ለእኛም ሆነ ለምናዘጋጃቸው ጽሑፎች ሙገሳና ውዳሴ መቀበል አንፈልግም፤ አባ ወይም ረቢ ተብለን መጠራት አንፈልግም። |
5,524 | am_tg | ማንም ሰው በእኛ ስም እንዲጠራም አንፈልግም። | ስምና ኺጽዋዕ እውን ባህጊ የብልናን። |
5,525 | tg_am | ስምና ኺጽዋዕ እውን ባህጊ የብልናን። | ማንም ሰው በእኛ ስም እንዲጠራም አንፈልግም። |
5,526 | am_tg | አክሎም ይህ የአምላክ እንጂ የሰው ሥራ አይደለም ብሏል። | ጸኒሑ ኸኣ፡ እዚ፡ ዕዮ ሰብ ኣይኰነን በለ። |
5,527 | tg_am | ጸኒሑ ኸኣ፡ እዚ፡ ዕዮ ሰብ ኣይኰነን በለ። | አክሎም ይህ የአምላክ እንጂ የሰው ሥራ አይደለም ብሏል። |
5,528 | am_tg | ሁላችንም በሕይወታችን ውስጥ የተለያዩ ምርጫዎችንና ውሳኔዎችን ማድረግ ይኖርብናል። | ኵላትና ኽንመርጽን ክንውስንን ዜድልየና ዅነታት የጋጥመና እዩ። |
5,529 | tg_am | ኵላትና ኽንመርጽን ክንውስንን ዜድልየና ዅነታት የጋጥመና እዩ። | ሁላችንም በሕይወታችን ውስጥ የተለያዩ ምርጫዎችንና ውሳኔዎችን ማድረግ ይኖርብናል። |
5,530 | am_tg | ሁሉም ውሳኔዎቻችን የሕይወትና የሞት ጉዳይ ናቸው ማለት ላይሆን ይችላል። | ኵሉ ውሳነታትና ንህይወትና ኣብ ሓደጋ ዜእቱ ኸይከውን ይኽእል እዩ። |
5,531 | tg_am | ኵሉ ውሳነታትና ንህይወትና ኣብ ሓደጋ ዜእቱ ኸይከውን ይኽእል እዩ። | ሁሉም ውሳኔዎቻችን የሕይወትና የሞት ጉዳይ ናቸው ማለት ላይሆን ይችላል። |
5,532 | am_tg | ይሁንና የምናደርጋቸው ብዙዎቹ ምርጫዎች ወይም ውሳኔዎች በሕይወታችን ላይ ትልቅ ለውጥ ሊያስከትሉ ይችላሉ። | ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኡ ውሳነታትናን እንገብሮ ምርጫታትን፡ ዓብዪ ጽልዋ ኼሕድረልና ይኽእል እዩ። |
5,533 | tg_am | ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኡ ውሳነታትናን እንገብሮ ምርጫታትን፡ ዓብዪ ጽልዋ ኼሕድረልና ይኽእል እዩ። | ይሁንና የምናደርጋቸው ብዙዎቹ ምርጫዎች ወይም ውሳኔዎች በሕይወታችን ላይ ትልቅ ለውጥ ሊያስከትሉ ይችላሉ። |
5,534 | am_tg | ጥሩ ውሳኔዎችን ካደረግን በአንጻራዊ ሁኔታ የተረጋጋና ሰላማዊ ሕይወት መኖር እንችላለን፤ በሌላ በኩል ደግሞ የተሳሳቱ ውሳኔዎች ካደረግን ሕይወታችን በችግርና በብስጭት የተሞላ ሊሆን ይችላል። | ስለዚ፡ ናይ ምውሳን ክእለትና ኣብ ክንዲ ህውከትን ባእስን ጓህን ዝመልኦ ህይወት፡ ህዱእን ሰላማውን ህይወት ክንነብር ኪሕግዘና ይኽእል እዩ። |
5,535 | tg_am | ስለዚ፡ ናይ ምውሳን ክእለትና ኣብ ክንዲ ህውከትን ባእስን ጓህን ዝመልኦ ህይወት፡ ህዱእን ሰላማውን ህይወት ክንነብር ኪሕግዘና ይኽእል እዩ። | ጥሩ ውሳኔዎችን ካደረግን በአንጻራዊ ሁኔታ የተረጋጋና ሰላማዊ ሕይወት መኖር እንችላለን፤ በሌላ በኩል ደግሞ የተሳሳቱ ውሳኔዎች ካደረግን ሕይወታችን በችግርና በብስጭት የተሞላ ሊሆን ይችላል። |
5,536 | am_tg | ጥበብ የሚንጸባረቅበት ውሳኔ ለማድረግ ምን ሊረዳን ይችላል? | ጥበባዊ ውሳነ ኽንገብር እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ |
5,537 | tg_am | ጥበባዊ ውሳነ ኽንገብር እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ | ጥበብ የሚንጸባረቅበት ውሳኔ ለማድረግ ምን ሊረዳን ይችላል? |
5,538 | am_tg | በአምላክ ላይ እምነት ሊኖረን ይኸውም ጥበበኞች እንድንሆን እኛን ለመርዳት ፍላጎቱም ሆነ ችሎታው እንዳለው ልንተማመን ይገባል። | ኣምላኽ ጥበበኛታት ክንከውን ኪሕግዘና ፍቓደኛ ኸም ዝዀነን ክእለት ከም ዘለዎን ከይተጠራጠርና ኽንኣምን ኣሎና። |
5,539 | tg_am | ኣምላኽ ጥበበኛታት ክንከውን ኪሕግዘና ፍቓደኛ ኸም ዝዀነን ክእለት ከም ዘለዎን ከይተጠራጠርና ኽንኣምን ኣሎና። | በአምላክ ላይ እምነት ሊኖረን ይኸውም ጥበበኞች እንድንሆን እኛን ለመርዳት ፍላጎቱም ሆነ ችሎታው እንዳለው ልንተማመን ይገባል። |
5,540 | am_tg | በተጨማሪም በይሖዋ ቃልና ነገሮችን በሚያከናውንበት መንገድ ላይ እምነት ማዳበር አለብን፤ በሌላ አባባል በመንፈሱ መሪነት ባስጻፈው ቃሉ ውስጥ በሚገኘው ምክር መተማመን ይኖርብናል። | ብዘይካዚ፡ ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ እተጻሕፈ ምኽሪ ብምውካል ኣብ ቃል የሆዋን ኣብ መገዱን እምነት ከነሕድር ኣሎና። |
5,541 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ እተጻሕፈ ምኽሪ ብምውካል ኣብ ቃል የሆዋን ኣብ መገዱን እምነት ከነሕድር ኣሎና። | በተጨማሪም በይሖዋ ቃልና ነገሮችን በሚያከናውንበት መንገድ ላይ እምነት ማዳበር አለብን፤ በሌላ አባባል በመንፈሱ መሪነት ባስጻፈው ቃሉ ውስጥ በሚገኘው ምክር መተማመን ይኖርብናል። |
5,542 | am_tg | ወደ እሱ እየቀረብንና ለቃሉ ያለን ፍቅር እየጨመረ ሲሄድ እሱ በሚሰጠን ምክር ይበልጥ እንተማመናለን። | ናብኡ ብዝቐረብናን ንቓሉ ዘሎና ፍቕሪ ብዝዓበየን መጠን፡ ኣብ ፍርድታቱ ዝያዳ ምትእምማን ከነሕድር ኢና። |
5,543 | tg_am | ናብኡ ብዝቐረብናን ንቓሉ ዘሎና ፍቕሪ ብዝዓበየን መጠን፡ ኣብ ፍርድታቱ ዝያዳ ምትእምማን ከነሕድር ኢና። | ወደ እሱ እየቀረብንና ለቃሉ ያለን ፍቅር እየጨመረ ሲሄድ እሱ በሚሰጠን ምክር ይበልጥ እንተማመናለን። |
5,544 | am_tg | በመሆኑም ውሳኔዎችን ከማድረጋችን በፊት የአምላክን ቃል የመመርመር ልማድ እናዳብራለን። | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ውሳነታት ቅድሚ ምግባርና ኣብ ቃል ኣምላኽ ናይ ምውካስ ልማድ ከነማዕብል ንኽእል ኢና። |
5,545 | tg_am | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ውሳነታት ቅድሚ ምግባርና ኣብ ቃል ኣምላኽ ናይ ምውካስ ልማድ ከነማዕብል ንኽእል ኢና። | በመሆኑም ውሳኔዎችን ከማድረጋችን በፊት የአምላክን ቃል የመመርመር ልማድ እናዳብራለን። |
5,546 | am_tg | አፍቃሪው አምላካችን ምንጊዜም ለታማኝ አገልጋዮቹ ከሁሉ የተሻለውን ነገር ያደርጋል። | እቲ ፈቃር ኣምላኽና ዅሉ ሳዕ ብዛዕባ ረብሓ እሙናት ኣገልገልቱ እዩ ዚሓስብ። |
5,547 | tg_am | እቲ ፈቃር ኣምላኽና ዅሉ ሳዕ ብዛዕባ ረብሓ እሙናት ኣገልገልቱ እዩ ዚሓስብ። | አፍቃሪው አምላካችን ምንጊዜም ለታማኝ አገልጋዮቹ ከሁሉ የተሻለውን ነገር ያደርጋል። |
5,548 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ እንዲህ ይላል፦ እንባን ሁሉ ከዓይናቸው ያብሳል፤ ከእንግዲህ ወዲህ ሞት አይኖርም፤ ሐዘንም ሆነ ጩኸት እንዲሁም ሥቃይ ከእንግዲህ ወዲህ አይኖርም። | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን፡ ደጊም እውን ሓዘን ወይ ኣውያት ወይ ስቓይ ኣይኪኸውንን እዩ ይብል። |
5,549 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን፡ ደጊም እውን ሓዘን ወይ ኣውያት ወይ ስቓይ ኣይኪኸውንን እዩ ይብል። | መጽሐፍ ቅዱስ እንዲህ ይላል፦ እንባን ሁሉ ከዓይናቸው ያብሳል፤ ከእንግዲህ ወዲህ ሞት አይኖርም፤ ሐዘንም ሆነ ጩኸት እንዲሁም ሥቃይ ከእንግዲህ ወዲህ አይኖርም። |
5,550 | am_tg | የይሖዋን ፍቅር ከልባቸው የሚያደንቁና እንደ ገዢያቸው አድርገው የሚታዘዙት ሁሉ ከፊታቸው እጅግ ግሩም ተስፋ ተዘርግቶላቸዋል! የይሖዋ ቃል እንዲህ ይላል፦ ነቀፋ የሌለበትን ሰው ልብ በል፤ ቀና የሆነውንም ሰው በትኩረት ተመልከት፤ የዚህ ሰው የወደፊት ሕይወት ሰላማዊ ይሆናልና። | ነቶም ንፍቕሪ ኣምላኽ ሞሳ ዘሎናን ንዕኡ ኸም ገዛኢና ጌርና እንእዘዞን ዘበልናስ፡ ከመይ ዝበለ ዜደንቕ መጻኢ ዀን እዩ ዚጽበየና ዘሎ! ቃል የሆዋ፡ መንቅብ ንዘይብሉ ኣስተብህለሉ፡ ንቕኑዕ ከኣ ርኣዮ፡ መጻኢ እቲ ሰብ እትስ ሰላም ኪኸውን እዩ። |
5,551 | tg_am | ነቶም ንፍቕሪ ኣምላኽ ሞሳ ዘሎናን ንዕኡ ኸም ገዛኢና ጌርና እንእዘዞን ዘበልናስ፡ ከመይ ዝበለ ዜደንቕ መጻኢ ዀን እዩ ዚጽበየና ዘሎ! ቃል የሆዋ፡ መንቅብ ንዘይብሉ ኣስተብህለሉ፡ ንቕኑዕ ከኣ ርኣዮ፡ መጻኢ እቲ ሰብ እትስ ሰላም ኪኸውን እዩ። | የይሖዋን ፍቅር ከልባቸው የሚያደንቁና እንደ ገዢያቸው አድርገው የሚታዘዙት ሁሉ ከፊታቸው እጅግ ግሩም ተስፋ ተዘርግቶላቸዋል! የይሖዋ ቃል እንዲህ ይላል፦ ነቀፋ የሌለበትን ሰው ልብ በል፤ ቀና የሆነውንም ሰው በትኩረት ተመልከት፤ የዚህ ሰው የወደፊት ሕይወት ሰላማዊ ይሆናልና። |
5,552 | am_tg | ኃጢአተኞች ሁሉ ግን ይጠፋሉ። | ኵሎም ኣበስቲ ግና ኪጠፍኡ እዮም ይብለና። |
5,553 | tg_am | ኵሎም ኣበስቲ ግና ኪጠፍኡ እዮም ይብለና። | ኃጢአተኞች ሁሉ ግን ይጠፋሉ። |
5,554 | am_tg | ነቀፋ የሌለበት ሰው ይሖዋንና ልጁን ያውቃል፤ እንዲሁም ታዛዥ በመሆን የአምላክን ፈቃድ ይፈጽማል። | መንቅብ ዘይብሉ ሰብ፡ ንየሆዋን ንወዱን ይፈልጦም፡ ፍቓድ ኣምላኽ ድማ ይገብር እዩ። |
5,555 | tg_am | መንቅብ ዘይብሉ ሰብ፡ ንየሆዋን ንወዱን ይፈልጦም፡ ፍቓድ ኣምላኽ ድማ ይገብር እዩ። | ነቀፋ የሌለበት ሰው ይሖዋንና ልጁን ያውቃል፤ እንዲሁም ታዛዥ በመሆን የአምላክን ፈቃድ ይፈጽማል። |
5,556 | am_tg | እንዲህ ያለው ሰው ላይ የሚገኘውን ዓለምም ሆነ ምኞቱ ያልፋሉ፤ የአምላክን ፈቃድ የሚያደርግ ግን ለዘላለም ይኖራል የሚለውን ሐሳብ በቁም ነገር ይመለከተዋል። | ነቲ ኣብ ዚርከብ፡ ዓለም ከኣ ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን ከምኡ፣ እቲ ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር ዚብል ቃላት ብቝም ነገር እዩ ዚርእዮ። |
5,557 | tg_am | ነቲ ኣብ ዚርከብ፡ ዓለም ከኣ ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን ከምኡ፣ እቲ ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር ዚብል ቃላት ብቝም ነገር እዩ ዚርእዮ። | እንዲህ ያለው ሰው ላይ የሚገኘውን ዓለምም ሆነ ምኞቱ ያልፋሉ፤ የአምላክን ፈቃድ የሚያደርግ ግን ለዘላለም ይኖራል የሚለውን ሐሳብ በቁም ነገር ይመለከተዋል። |
5,558 | am_tg | ይህ ዓለም የሚጠፋበት ጊዜ እየተቃረበ በመሆኑ ይሖዋን ተስፋ አድርግ፤ መንገዱንም ተከተል የሚለውን ምክር ተግባራዊ ማድረጋችን አጣዳፊ ነው። | መወዳእታ ዓለም ኪቐርብ ከሎ ድማ፡ ብህጹጽ ንየሆዋ ኽንጽበዮን መገዱ ኽንሕሉን ኣሎና። |
5,559 | tg_am | መወዳእታ ዓለም ኪቐርብ ከሎ ድማ፡ ብህጹጽ ንየሆዋ ኽንጽበዮን መገዱ ኽንሕሉን ኣሎና። | ይህ ዓለም የሚጠፋበት ጊዜ እየተቃረበ በመሆኑ ይሖዋን ተስፋ አድርግ፤ መንገዱንም ተከተል የሚለውን ምክር ተግባራዊ ማድረጋችን አጣዳፊ ነው። |
5,560 | am_tg | ማርታ፣ ለኢየሱስ ለየት ያለ ምግብ በማዘጋጀት ተጠምዳለች፤ እንዲሁም የማርያም ሁኔታ አበሳጫት። | ማርታ ንየሱስ ፍሉይ ምግቢ ኣብ ምስራሕ ትሕዝቲ ነበረት፣ ብማርያም ከኣ ተበሳጨወት። |
5,561 | tg_am | ማርታ ንየሱስ ፍሉይ ምግቢ ኣብ ምስራሕ ትሕዝቲ ነበረት፣ ብማርያም ከኣ ተበሳጨወት። | ማርታ፣ ለኢየሱስ ለየት ያለ ምግብ በማዘጋጀት ተጠምዳለች፤ እንዲሁም የማርያም ሁኔታ አበሳጫት። |
5,562 | am_tg | ኢየሱስ፣ ማርታ ብዙ ነገር ለማከናወን እየጣረች እንደሆነ ስላስተዋለ በደግነት ማርታ፣ ማርታ፣ ስለ ብዙ ነገር ትጨነቂያለሽ፤ ደግሞም ትጠበቢያለሽ አላት። | የሱስ፡ ማርታ ብዙሕ ነገራት ክትገብር ትጽዕር ከም ዘላ ተገንዚቡ፡ ብሕያውነት፡ ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትሽገርን ኣለኺ በላ። |
5,563 | tg_am | የሱስ፡ ማርታ ብዙሕ ነገራት ክትገብር ትጽዕር ከም ዘላ ተገንዚቡ፡ ብሕያውነት፡ ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትሽገርን ኣለኺ በላ። | ኢየሱስ፣ ማርታ ብዙ ነገር ለማከናወን እየጣረች እንደሆነ ስላስተዋለ በደግነት ማርታ፣ ማርታ፣ ስለ ብዙ ነገር ትጨነቂያለሽ፤ ደግሞም ትጠበቢያለሽ አላት። |
5,564 | am_tg | አንድ ዓይነት ምግብ ብቻ በቂ እንደሆነ ሐሳብ ሰጣት። | ሒደት ምግቢ እኹል ከም ዝዀነ ድማ ሓበራ። |
5,565 | tg_am | ሒደት ምግቢ እኹል ከም ዝዀነ ድማ ሓበራ። | አንድ ዓይነት ምግብ ብቻ በቂ እንደሆነ ሐሳብ ሰጣት። |
5,566 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ ትኩረቱን ወደ ማርያም ዞር በማድረግ ማርያም በበኩሏ ጥሩ የሆነውን ድርሻ መርጣለች፤ ይህም ከእሷ አይወሰድም በማለት ድርጊቷ እንደ ቸልተኝነት ሊታይ እንደማይገባ ተናገረ። | ማርያም ሸለልተኛ ኸም ዝዀነት ኰይኑ ኸይስምዓ ኢሉ ኸኣ፡ ማርያምሲ ጽቡቕ ግደ ሓርያ ኣላ፣ ካብኣ ኸኣ ኣይኪውሰድን እዩ በለ። |
5,567 | tg_am | ማርያም ሸለልተኛ ኸም ዝዀነት ኰይኑ ኸይስምዓ ኢሉ ኸኣ፡ ማርያምሲ ጽቡቕ ግደ ሓርያ ኣላ፣ ካብኣ ኸኣ ኣይኪውሰድን እዩ በለ። | ከዚያም ኢየሱስ ትኩረቱን ወደ ማርያም ዞር በማድረግ ማርያም በበኩሏ ጥሩ የሆነውን ድርሻ መርጣለች፤ ይህም ከእሷ አይወሰድም በማለት ድርጊቷ እንደ ቸልተኝነት ሊታይ እንደማይገባ ተናገረ። |
5,568 | am_tg | ማርያም በዚህ ልዩ ወቅት የተመገበችውን ምግብ ብዙም ሳይቆይ ትረሳው ይሆናል፤ ይሁንና ትኩረቷ ሳይከፋፈል ኢየሱስን በማዳመጧ የተቸራትን ምስጋናም ሆነ ያገኘችውን ግሩም መንፈሳዊ ምግብ መቼም አትረሳውም። | ማርያም ኣብቲ ፍሉይ ኣጋጣሚ እቲ እንታይ ከም ዝበልዐት ረሲዓቶ ኽትከውን እትኽእል እኳ እንተ ዀነት፡ ንየሱስ ብኣቓልቦ ስለ ዝሰምዓቶ ንዝረኸበቶ ናእዳን መንፈሳዊ ምግብን ግና ፈጺማ ኣይትርስዖን እያ። |
5,569 | tg_am | ማርያም ኣብቲ ፍሉይ ኣጋጣሚ እቲ እንታይ ከም ዝበልዐት ረሲዓቶ ኽትከውን እትኽእል እኳ እንተ ዀነት፡ ንየሱስ ብኣቓልቦ ስለ ዝሰምዓቶ ንዝረኸበቶ ናእዳን መንፈሳዊ ምግብን ግና ፈጺማ ኣይትርስዖን እያ። | ማርያም በዚህ ልዩ ወቅት የተመገበችውን ምግብ ብዙም ሳይቆይ ትረሳው ይሆናል፤ ይሁንና ትኩረቷ ሳይከፋፈል ኢየሱስን በማዳመጧ የተቸራትን ምስጋናም ሆነ ያገኘችውን ግሩም መንፈሳዊ ምግብ መቼም አትረሳውም። |
5,570 | am_tg | ሐዋርያው ዮሐንስ ከ60 ከሚበልጡ ዓመታት በኋላ ኢየሱስ ማርታንና እህቷን ይወዳቸው እንደነበር ጽፏል። | ልዕሊ 60 ዓመት ጸኒሑ፡ ሃዋርያ ዮሃንስ፡ የሱስ ድማ ንማርታን ንሓብታን የፍቅሮም ነበረ ኢሉ ጸሓፈ። |
5,571 | tg_am | ልዕሊ 60 ዓመት ጸኒሑ፡ ሃዋርያ ዮሃንስ፡ የሱስ ድማ ንማርታን ንሓብታን የፍቅሮም ነበረ ኢሉ ጸሓፈ። | ሐዋርያው ዮሐንስ ከ60 ከሚበልጡ ዓመታት በኋላ ኢየሱስ ማርታንና እህቷን ይወዳቸው እንደነበር ጽፏል። |
5,572 | am_tg | በመንፈስ መሪነት የተጻፈው ይህ ሐሳብ ማርታ፣ ኢየሱስ የሰጣትን ፍቅራዊ እርማት እንደተቀበለችና በቀሪው ሕይወቷ ይሖዋን በታማኝነት ለማገልገል ጥረት እንዳደረገች በግልጽ ያሳያል። | እዚ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቓላት እዚ፡ ማርታ ነቲ የሱስ ዝሃባ ፍቕራዊ እርማት ኣብ ልባ ኸም ዘሕደረቶን ኣብ ዝተረፈ ህይወታ ብምሉኡ ንየሆዋ እምንቲ ዀይና ኸም ዘገልገለትን ዚሕብር እዩ። |
5,573 | tg_am | እዚ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቓላት እዚ፡ ማርታ ነቲ የሱስ ዝሃባ ፍቕራዊ እርማት ኣብ ልባ ኸም ዘሕደረቶን ኣብ ዝተረፈ ህይወታ ብምሉኡ ንየሆዋ እምንቲ ዀይና ኸም ዘገልገለትን ዚሕብር እዩ። | በመንፈስ መሪነት የተጻፈው ይህ ሐሳብ ማርታ፣ ኢየሱስ የሰጣትን ፍቅራዊ እርማት እንደተቀበለችና በቀሪው ሕይወቷ ይሖዋን በታማኝነት ለማገልገል ጥረት እንዳደረገች በግልጽ ያሳያል። |
5,574 | am_tg | የይሖዋ ምሥክሮች ለረጅም ጊዜ የዘለቀ ከባድ ስደት ቢደርስባቸውም ምንጊዜም በተስፋቸው ይደሰታሉ። | ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከቢድን ቀጻልን መስጐጕቲ እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ወትሩ ብተስፋኦም ይሕጐሱ እዮም። |
5,575 | tg_am | ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከቢድን ቀጻልን መስጐጕቲ እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ወትሩ ብተስፋኦም ይሕጐሱ እዮም። | የይሖዋ ምሥክሮች ለረጅም ጊዜ የዘለቀ ከባድ ስደት ቢደርስባቸውም ምንጊዜም በተስፋቸው ይደሰታሉ። |
5,576 | am_tg | ለምሳሌ በሲንጋፖር፣ በኤርትራ እና በደቡብ ኮሪያ በርካታ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ታስረዋል፤ አብዛኞቹ የታሰሩት ኢየሱስ ሰይፍ እንዳንመዝ የሰጠውን ትእዛዝ በማክበራቸው ነው። | ንኣብነት፡ ሓያሎ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ኤርትራን ሲንጋፖርን ደቡብ ኮርያን ተኣሲሮም ኣለዉ፣ መብዛሕትኦም ከኣ ምስቲ የሱስ ሰይፊ ኸየልዕሉ ዝኣዘዞም ቃል ተሰማሚዖም ስለ እተመላለሱ እዮም ተኣሲሮም። |
5,577 | tg_am | ንኣብነት፡ ሓያሎ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ኤርትራን ሲንጋፖርን ደቡብ ኮርያን ተኣሲሮም ኣለዉ፣ መብዛሕትኦም ከኣ ምስቲ የሱስ ሰይፊ ኸየልዕሉ ዝኣዘዞም ቃል ተሰማሚዖም ስለ እተመላለሱ እዮም ተኣሲሮም። | ለምሳሌ በሲንጋፖር፣ በኤርትራ እና በደቡብ ኮሪያ በርካታ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ታስረዋል፤ አብዛኞቹ የታሰሩት ኢየሱስ ሰይፍ እንዳንመዝ የሰጠውን ትእዛዝ በማክበራቸው ነው። |
5,578 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ አብዛኞቹ የይሖዋ ሕዝቦች ከባድ ስደት አላጋጠማቸውም። | ሓያሎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከቢድ መስጐጕቲ ተጻዊሮም እዮም። |
5,579 | tg_am | ሓያሎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከቢድ መስጐጕቲ ተጻዊሮም እዮም። | በሌላ በኩል ደግሞ አብዛኞቹ የይሖዋ ሕዝቦች ከባድ ስደት አላጋጠማቸውም። |
5,580 | am_tg | እነሱ የደረሰባቸው የእምነት ፈተና ሌላ ነው። | እቲ ዘጋጠሞም ናይ እምነት ፈተና ድማ እተፈላለየ እዩ። |
5,581 | tg_am | እቲ ዘጋጠሞም ናይ እምነት ፈተና ድማ እተፈላለየ እዩ። | እነሱ የደረሰባቸው የእምነት ፈተና ሌላ ነው። |
5,582 | am_tg | ድህነትን ተቋቁመው የሚኖሩ አሊያም በጦርነት ወይም በተፈጥሮ አደጋዎች ምክንያት መከራ የደረሰባቸው በርካታ ወንድሞች አሉ። | ብዙሓት ኣሕዋትና፡ ድኽነት፡ ውግእ ሓድሕድ ወይ ባህርያዊ ሓደጋታት ተጻዊሮም እዮም። |
5,583 | tg_am | ብዙሓት ኣሕዋትና፡ ድኽነት፡ ውግእ ሓድሕድ ወይ ባህርያዊ ሓደጋታት ተጻዊሮም እዮም። | ድህነትን ተቋቁመው የሚኖሩ አሊያም በጦርነት ወይም በተፈጥሮ አደጋዎች ምክንያት መከራ የደረሰባቸው በርካታ ወንድሞች አሉ። |
5,584 | am_tg | ሌሎች ደግሞ እንደ ሙሴና የጥንት የእምነት አባቶች፣ በዚህ ዓለም ላይ የተደላደለ ሕይወት ወይም ዝና የማግኘት አጋጣሚያቸውን መሥዋዕት አድርገዋል። | ካልኦት ከኣ ከም ሙሴን ካልኦት ኣበውን ዓለማዊ ምሾት ወይ ዝና ገዲፎም እዮም መጺኦም። |
5,585 | tg_am | ካልኦት ከኣ ከም ሙሴን ካልኦት ኣበውን ዓለማዊ ምሾት ወይ ዝና ገዲፎም እዮም መጺኦም። | ሌሎች ደግሞ እንደ ሙሴና የጥንት የእምነት አባቶች፣ በዚህ ዓለም ላይ የተደላደለ ሕይወት ወይም ዝና የማግኘት አጋጣሚያቸውን መሥዋዕት አድርገዋል። |
5,586 | am_tg | ቁሳዊ ነገሮችን በማሳደድና የራሳቸውን ፍላጎት በማሟላት ላይ ያተኮረ ሕይወት እንዲመሩ በሚቀርብላቸው ፈተና ላለመሸነፍ ከፍተኛ ትግል ያደርጋሉ። | ኣብ ፍቕረ ንዋይን ጥቕሚ ርእስኻ ቐዳምነት ኣብ ምሃብን ዘተኰረ ህይወት ኪነብሩ ንዚቐርበሎም ፈተና ኣበርቲዖም ይቃለስዎ እዮም። |
5,587 | tg_am | ኣብ ፍቕረ ንዋይን ጥቕሚ ርእስኻ ቐዳምነት ኣብ ምሃብን ዘተኰረ ህይወት ኪነብሩ ንዚቐርበሎም ፈተና ኣበርቲዖም ይቃለስዎ እዮም። | ቁሳዊ ነገሮችን በማሳደድና የራሳቸውን ፍላጎት በማሟላት ላይ ያተኮረ ሕይወት እንዲመሩ በሚቀርብላቸው ፈተና ላለመሸነፍ ከፍተኛ ትግል ያደርጋሉ። |
5,588 | am_tg | እነዚህ ወንድሞች እንዲጸኑ የረዳቸው ምንድን ነው? | ከምኡ ኺገብሩ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧ |
5,589 | tg_am | ከምኡ ኺገብሩ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧ | እነዚህ ወንድሞች እንዲጸኑ የረዳቸው ምንድን ነው? |
5,590 | am_tg | ለይሖዋ ያላቸው ፍቅር እንዲሁም ይሖዋ ማንኛውንም የፍትሕ መጓደል እንደሚያስተካክልና ታማኝ አገልጋዮቹን ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ የዘላለም ሕይወት በመስጠት እንደሚባርካቸው ያላቸው ጠንካራ እምነት ነው። | እታ ንየሆዋ ዘላቶም ፍቕርን እታ ኣብቲ የሆዋ ንዅሉ ዘይፍትሓውነት ከም ዜዐርዮን ነቶም እሙናት ኣገልገልቱ ጽድቂ ኣብ ዚሰፍና ሓዳስ ዓለም ናይ ዘለኣለም ህይወት ብምሃብ ከም ዚኽሕሶምን ዘተስፈዎ ተስፋ ዘላቶም ድልድልቲ እምነትን እያ። |
5,591 | tg_am | እታ ንየሆዋ ዘላቶም ፍቕርን እታ ኣብቲ የሆዋ ንዅሉ ዘይፍትሓውነት ከም ዜዐርዮን ነቶም እሙናት ኣገልገልቱ ጽድቂ ኣብ ዚሰፍና ሓዳስ ዓለም ናይ ዘለኣለም ህይወት ብምሃብ ከም ዚኽሕሶምን ዘተስፈዎ ተስፋ ዘላቶም ድልድልቲ እምነትን እያ። | ለይሖዋ ያላቸው ፍቅር እንዲሁም ይሖዋ ማንኛውንም የፍትሕ መጓደል እንደሚያስተካክልና ታማኝ አገልጋዮቹን ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ የዘላለም ሕይወት በመስጠት እንደሚባርካቸው ያላቸው ጠንካራ እምነት ነው። |
5,592 | am_tg | ኢየሱስ ተከታዮቹ ምን ብለው እንደሚያምኑ ከመጠየቅ ወደኋላ አላለም። | የሱስ ንሰዓብቱ፡ እንታይ ከም ዚኣምኑ ምሕታቶም ኣየፍርሆን እዩ ነይሩ። |
5,593 | tg_am | የሱስ ንሰዓብቱ፡ እንታይ ከም ዚኣምኑ ምሕታቶም ኣየፍርሆን እዩ ነይሩ። | ኢየሱስ ተከታዮቹ ምን ብለው እንደሚያምኑ ከመጠየቅ ወደኋላ አላለም። |
5,594 | am_tg | እናንተም የእሱን ምሳሌ ተከተሉ። | ንስኻ እውን ኣብነቱ ስዓብ። |
5,595 | tg_am | ንስኻ እውን ኣብነቱ ስዓብ። | እናንተም የእሱን ምሳሌ ተከተሉ። |
5,596 | am_tg | ከልጆቻችሁ ጋር ስትጨዋወቱ ስሜታቸውን እንዲገልጹ አበረታቷቸው። | ውሉዳትካ ፍዅስ ኢልዎም ሓሳባቶም ኪገልጹ ኣብ ዚኽእሉሉ እዋን፡ ስምዒታቶም ኪገልጹ ሕተቶም። |
5,597 | tg_am | ውሉዳትካ ፍዅስ ኢልዎም ሓሳባቶም ኪገልጹ ኣብ ዚኽእሉሉ እዋን፡ ስምዒታቶም ኪገልጹ ሕተቶም። | ከልጆቻችሁ ጋር ስትጨዋወቱ ስሜታቸውን እንዲገልጹ አበረታቷቸው። |
5,598 | am_tg | ልጃችሁ አንድን የመጽሐፍ ቅዱስ ትምህርት በተመለከተ ጥርጣሬ ካደረበት፣ ከመቆጣት ወይም እንዲህ ዓይነት ጥያቄ ማንሳቱ ተገቢ እንዳልሆነ እንዲሰማው ከማድረግ ተቆጠቡ። | ውሉድካ ብዛዕባ ገሊኡ ትምህርቲ ዚጣራጠር እንተ ዀይኑ፡ እምብዛ ሓያል ምላሽ ከይትህቦ ወይ ከም ዝሰጋእካ ዄንካ ኸይትምልስ ተጠንቀቕ። |
5,599 | tg_am | ውሉድካ ብዛዕባ ገሊኡ ትምህርቲ ዚጣራጠር እንተ ዀይኑ፡ እምብዛ ሓያል ምላሽ ከይትህቦ ወይ ከም ዝሰጋእካ ዄንካ ኸይትምልስ ተጠንቀቕ። | ልጃችሁ አንድን የመጽሐፍ ቅዱስ ትምህርት በተመለከተ ጥርጣሬ ካደረበት፣ ከመቆጣት ወይም እንዲህ ዓይነት ጥያቄ ማንሳቱ ተገቢ እንዳልሆነ እንዲሰማው ከማድረግ ተቆጠቡ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.