Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
6,000 | am_tg | ሁላችንም ሽማግሌዎች የሚሰጡንን በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተ መመሪያ ተግባራዊ ማድረግ አለብን። | ሽማግለታት ንዚህቡና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ መምርሒ ኽንስዕቦ ኣሎና። |
6,001 | tg_am | ሽማግለታት ንዚህቡና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ መምርሒ ኽንስዕቦ ኣሎና። | ሁላችንም ሽማግሌዎች የሚሰጡንን በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተ መመሪያ ተግባራዊ ማድረግ አለብን። |
6,002 | am_tg | ጳውሎስ በጉባኤ ውስጥ ሥርዓት በጎደለው መንገድ የሚሄዱ ሰዎችን አስመልክቶ የሰጠውን ምክር እንመልከት። | ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ጉባኤ ብዘይ ስርዓት ዚመላለሱ ዝሃቦ ምኽሪ እሞ ኸም ኣብነት ንርአ። |
6,003 | tg_am | ጳውሎስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ጉባኤ ብዘይ ስርዓት ዚመላለሱ ዝሃቦ ምኽሪ እሞ ኸም ኣብነት ንርአ። | ጳውሎስ በጉባኤ ውስጥ ሥርዓት በጎደለው መንገድ የሚሄዱ ሰዎችን አስመልክቶ የሰጠውን ምክር እንመልከት። |
6,004 | am_tg | አንዳንድ የጉባኤው አባላት በማይመለከታቸው ጉዳይ ጣልቃ ይገቡ ነበር። | ገሊኦም ውልቀ ሰባት፡ ኣብ ዘይምልከቶም ዚኣትዉ እዮም ነይሮም። |
6,005 | tg_am | ገሊኦም ውልቀ ሰባት፡ ኣብ ዘይምልከቶም ዚኣትዉ እዮም ነይሮም። | አንዳንድ የጉባኤው አባላት በማይመለከታቸው ጉዳይ ጣልቃ ይገቡ ነበር። |
6,006 | am_tg | በወቅቱ የነበሩት ሽማግሌዎች ለእነዚህ ክርስቲያኖች ምክር ሳይሰጧቸው አልቀሩም፤ ይሁንና እነዚህ ሰዎች ምክሩን ችላ ብለው በድርጊታቸው ቀጥለዋል። | ብሽማግለታት ተመኺሮም እኳ እንተ ነበሩ፡ ነቲ ምኽሪ ነጸግዎ። |
6,007 | tg_am | ብሽማግለታት ተመኺሮም እኳ እንተ ነበሩ፡ ነቲ ምኽሪ ነጸግዎ። | በወቅቱ የነበሩት ሽማግሌዎች ለእነዚህ ክርስቲያኖች ምክር ሳይሰጧቸው አልቀሩም፤ ይሁንና እነዚህ ሰዎች ምክሩን ችላ ብለው በድርጊታቸው ቀጥለዋል። |
6,008 | am_tg | ታዲያ ጉባኤው እንዲህ በሚያደርግ ግለሰብ ላይ ምን እርምጃ መውሰድ ይኖርበታል? | እሞኸ እታ ጉባኤ ኸምዚኣቶም ንዝኣመሰለ ሰብ እንታይ እያ ኽትገብሮ፧ |
6,009 | tg_am | እሞኸ እታ ጉባኤ ኸምዚኣቶም ንዝኣመሰለ ሰብ እንታይ እያ ኽትገብሮ፧ | ታዲያ ጉባኤው እንዲህ በሚያደርግ ግለሰብ ላይ ምን እርምጃ መውሰድ ይኖርበታል? |
6,010 | am_tg | ጳውሎስ ይህን ሰው ምልክት አድርጉበት፤ ከእሱ ጋር አትግጠሙ ብሏል። | ጳውሎስ፡ ምእንቲ ኺሓፍርሲ፡ ምልክት ግበሩሉ፡ ደጊም ምስኡ እውን ኣይትሕበሩ ኢሉ መምርሒ ሃበ። |
6,011 | tg_am | ጳውሎስ፡ ምእንቲ ኺሓፍርሲ፡ ምልክት ግበሩሉ፡ ደጊም ምስኡ እውን ኣይትሕበሩ ኢሉ መምርሒ ሃበ። | ጳውሎስ ይህን ሰው ምልክት አድርጉበት፤ ከእሱ ጋር አትግጠሙ ብሏል። |
6,012 | am_tg | ሆኖም ጳውሎስ፣ ግለሰቡን እንደ ጠላት እንዳይመለከቱት አስጠንቅቋቸዋል። | እዚ ምኽሪ እዚ፡ ነቲ ሰብ ከም ጸላኢ ጌርካ ኽትርእዮ ዜተባብዕ ስለ ዘይኰነ፡ ሚዛናዊ ምኽሪ እዩ ነይሩ። |
6,013 | tg_am | እዚ ምኽሪ እዚ፡ ነቲ ሰብ ከም ጸላኢ ጌርካ ኽትርእዮ ዜተባብዕ ስለ ዘይኰነ፡ ሚዛናዊ ምኽሪ እዩ ነይሩ። | ሆኖም ጳውሎስ፣ ግለሰቡን እንደ ጠላት እንዳይመለከቱት አስጠንቅቋቸዋል። |
6,014 | am_tg | በዛሬው ጊዜም አንድ ሰው የጉባኤውን መልካም ስም የሚያጎድፍ ጎዳና መከተሉን ለማቆም ፈቃደኛ ባይሆን ለምሳሌ ከማያምን ሰው ጋር መጠናናቱን ቢቀጥል፣ ሽማግሌዎች ይህን በተመለከተ ለጉባኤው የማስጠንቀቂያ ንግግር እንዲቀርብ ሊያደርጉ ይችላሉ። | ሎሚ እውን፡ ሽማግለታት ብዛዕባ ሓደ ምስ ዘይኣማኒ ሰብ ፍቕራዊ ዕርክነት ብምምስራት ኰነ ብኻልእ መዳይ ንስም እታ ጉባኤ ዜካፍእ መገዲ ዚስዕብ ሰብ፡ ናይ መጠንቀቕታ መደረ ኺህቡ ይኽእሉ እዮም። |
6,015 | tg_am | ሎሚ እውን፡ ሽማግለታት ብዛዕባ ሓደ ምስ ዘይኣማኒ ሰብ ፍቕራዊ ዕርክነት ብምምስራት ኰነ ብኻልእ መዳይ ንስም እታ ጉባኤ ዜካፍእ መገዲ ዚስዕብ ሰብ፡ ናይ መጠንቀቕታ መደረ ኺህቡ ይኽእሉ እዮም። | በዛሬው ጊዜም አንድ ሰው የጉባኤውን መልካም ስም የሚያጎድፍ ጎዳና መከተሉን ለማቆም ፈቃደኛ ባይሆን ለምሳሌ ከማያምን ሰው ጋር መጠናናቱን ቢቀጥል፣ ሽማግሌዎች ይህን በተመለከተ ለጉባኤው የማስጠንቀቂያ ንግግር እንዲቀርብ ሊያደርጉ ይችላሉ። |
6,016 | am_tg | ታዲያ ሽማግሌዎች ለሚሰጡት ምክር ምን ምላሽ ትሰጣለህ? | ነቲ ዚህቡኻ ምኽሪ እንታይ ምላሽ ኢኻ እትህብ፧ |
6,017 | tg_am | ነቲ ዚህቡኻ ምኽሪ እንታይ ምላሽ ኢኻ እትህብ፧ | ታዲያ ሽማግሌዎች ለሚሰጡት ምክር ምን ምላሽ ትሰጣለህ? |
6,018 | am_tg | በንግግሩ ላይ የተጠቀሰውን አካሄድ የሚከተለውን ግለሰብ የምታውቀው ከሆነ ከእሱ ጋር ባለህ ቅርርብ ላይ ገደብ ታበጃለህ? | ብዛዕባ እቲ ኣብቲ መደረ እተጠቕሰ ዅነታት ትፈልጥ እንተ ዄንካ፡ ምስቲ ሰብ እቲ ምሕባርካ ተቋርጽ ዲኻ፧ |
6,019 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ኣብቲ መደረ እተጠቕሰ ዅነታት ትፈልጥ እንተ ዄንካ፡ ምስቲ ሰብ እቲ ምሕባርካ ተቋርጽ ዲኻ፧ | በንግግሩ ላይ የተጠቀሰውን አካሄድ የሚከተለውን ግለሰብ የምታውቀው ከሆነ ከእሱ ጋር ባለህ ቅርርብ ላይ ገደብ ታበጃለህ? |
6,020 | am_tg | በዚህ መንገድ ፍቅር ማሳየትህና ቁርጥ አቋም መውሰድህ፣ ሥርዓት በጎደለው መንገድ የሚሄደው ሰው አቋሙን እንዲያስተካክል ይረዳው ይሆናል። | ፍቕራዊ ሓልዮትካን ጽኑዕ መትከልካን፡ ነቲ ሰብ ብዘይ ስርዓት ምምልላስ ሓዲጉ ብቕንዕና ኺመላለስ ኬለዓዕሎ ይኽእል እዩ። |
6,021 | tg_am | ፍቕራዊ ሓልዮትካን ጽኑዕ መትከልካን፡ ነቲ ሰብ ብዘይ ስርዓት ምምልላስ ሓዲጉ ብቕንዕና ኺመላለስ ኬለዓዕሎ ይኽእል እዩ። | በዚህ መንገድ ፍቅር ማሳየትህና ቁርጥ አቋም መውሰድህ፣ ሥርዓት በጎደለው መንገድ የሚሄደው ሰው አቋሙን እንዲያስተካክል ይረዳው ይሆናል። |
6,022 | am_tg | ከሌላ አገር የመጡ ሰዎች ከሄዱበት አገር ባሕል ጋር ለመላመድ የተቻላቸውን ጥረት ማድረግ አባቸው። | ተሰዲዶም ዝመጹ ሰባት ንባህሊ እታ እተሰድዱላ ሃገር ንምልማድ ብዙሕ ጻዕሪ የድልዮም እዩ። |
6,023 | tg_am | ተሰዲዶም ዝመጹ ሰባት ንባህሊ እታ እተሰድዱላ ሃገር ንምልማድ ብዙሕ ጻዕሪ የድልዮም እዩ። | ከሌላ አገር የመጡ ሰዎች ከሄዱበት አገር ባሕል ጋር ለመላመድ የተቻላቸውን ጥረት ማድረግ አባቸው። |
6,024 | am_tg | በዚህ ረገድ ሩት ግሩም ምሳሌ ትሆናለች። | ኣብዚ መዳይ እዚ፡ ሩት ጽቡቕ ኣብነት ሓዲጋ ኣላ። |
6,025 | tg_am | ኣብዚ መዳይ እዚ፡ ሩት ጽቡቕ ኣብነት ሓዲጋ ኣላ። | በዚህ ረገድ ሩት ግሩም ምሳሌ ትሆናለች። |
6,026 | am_tg | አንደኛ፣ ለመቃረም ፈቃድ በመጠየቅ፣ ለሄደችበት አገር ባሕል አክብሮት እንዳላት አሳይታለች። | ቀዳማይ፡ ክትቅርም ፍቓድ ብምሕታት፡ ንባህሊ እቲ ዓዲ ኣኽቢራ እያ። |
6,027 | tg_am | ቀዳማይ፡ ክትቅርም ፍቓድ ብምሕታት፡ ንባህሊ እቲ ዓዲ ኣኽቢራ እያ። | አንደኛ፣ ለመቃረም ፈቃድ በመጠየቅ፣ ለሄደችበት አገር ባሕል አክብሮት እንዳላት አሳይታለች። |
6,028 | am_tg | መቃረም መብቷ እንደሆነ ወይም ደግሞ ሌሎች እሷን የመንከባከብ ግዴታ እንዳለባቸው አልተሰማትም። | ካልኦት ኪገብሩላ ኸም ዚግብኣ ገይራ ብምሕሳብ፡ መሰላ ኸም ዝዀነ ገይራ ኣይወሰደቶን። |
6,029 | tg_am | ካልኦት ኪገብሩላ ኸም ዚግብኣ ገይራ ብምሕሳብ፡ መሰላ ኸም ዝዀነ ገይራ ኣይወሰደቶን። | መቃረም መብቷ እንደሆነ ወይም ደግሞ ሌሎች እሷን የመንከባከብ ግዴታ እንዳለባቸው አልተሰማትም። |
6,030 | am_tg | ሁለተኛ፣ ለተደረገላት ደግነት አድናቆቷን ገልጻለች። | ካልኣይ፡ ስለቲ እተገብረላ ለውሃት ብኡብኡ ምስጋናኣ ገሊጻ እያ። |
6,031 | tg_am | ካልኣይ፡ ስለቲ እተገብረላ ለውሃት ብኡብኡ ምስጋናኣ ገሊጻ እያ። | ሁለተኛ፣ ለተደረገላት ደግነት አድናቆቷን ገልጻለች። |
6,032 | am_tg | የሌላ አገር ዜጎች እንዲህ ያለ መልካም ባሕርይ ካላቸው፣ የአገሩ ነዋሪዎችም ሆኑ የእምነት ባልንጀሮቻቸው አክብሮት ያሳዩዋቸዋል። | ተሰዲዶም ዝመጹ ሰባት ከምዚ ዓይነት ኣረኣእያ ምስ ዚህልዎም፡ ኣኽብሮት እቶም ነበርትን ክርስትያናት ብጾቶምን ናይ ምርካብ ዕድሎም ይሰፍሕ እዩ። |
6,033 | tg_am | ተሰዲዶም ዝመጹ ሰባት ከምዚ ዓይነት ኣረኣእያ ምስ ዚህልዎም፡ ኣኽብሮት እቶም ነበርትን ክርስትያናት ብጾቶምን ናይ ምርካብ ዕድሎም ይሰፍሕ እዩ። | የሌላ አገር ዜጎች እንዲህ ያለ መልካም ባሕርይ ካላቸው፣ የአገሩ ነዋሪዎችም ሆኑ የእምነት ባልንጀሮቻቸው አክብሮት ያሳዩዋቸዋል። |
6,034 | am_tg | ይሖዋ የተለያየ ባሕልና ዜግነት ያላቸው ሰዎች ምሥራቹን እንዲሰሙ አጋጣሚ በመክፈት ጸጋውን ስላሳየን በጣም ደስተኞች ነን። | የሆዋ ሳላ ጸጋኡ፡ ኵሎም ዓይነት ሰባት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰምዑ ምፍቃዱ የሐጕሰና እዩ። |
6,035 | tg_am | የሆዋ ሳላ ጸጋኡ፡ ኵሎም ዓይነት ሰባት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰምዑ ምፍቃዱ የሐጕሰና እዩ። | ይሖዋ የተለያየ ባሕልና ዜግነት ያላቸው ሰዎች ምሥራቹን እንዲሰሙ አጋጣሚ በመክፈት ጸጋውን ስላሳየን በጣም ደስተኞች ነን። |
6,036 | am_tg | አንዳንዶች በትውልድ አገራቸው መጽሐፍ ቅዱስን የማጥናት ወይም ከይሖዋ ሕዝቦች ጋር በነፃነት የመሰብሰብ አጋጣሚ አላገኙ ይሆናል። | እዞም ሰባት እዚኦም ኣብ ዓዶም፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዑ ወይ ምስ ህዝቢ የሆዋ ኸይተሰከፉ ኺሓብሩ ኣጋጣሚ ዘይነበሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። |
6,037 | tg_am | እዞም ሰባት እዚኦም ኣብ ዓዶም፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዑ ወይ ምስ ህዝቢ የሆዋ ኸይተሰከፉ ኺሓብሩ ኣጋጣሚ ዘይነበሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። | አንዳንዶች በትውልድ አገራቸው መጽሐፍ ቅዱስን የማጥናት ወይም ከይሖዋ ሕዝቦች ጋር በነፃነት የመሰብሰብ አጋጣሚ አላገኙ ይሆናል። |
6,038 | am_tg | የአምላክ ሕዝቦች የሚከተለውን የመጽሐፍ ቅዱስ ምክር ተግባራዊ ለማድረግ ይጥራሉ፦ በምድር ያሉትን የአካል ክፍሎቻችሁን ግደሉ፤ እነሱም የፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ልቅ የሆነ የፍትወት ስሜት ናቸው። | ህዝቢ ኣምላኽ ነዚ ዚስዕብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ምዕዶ ኺትግብርዎ ይጽዕሩ ስለ ዘለዉ እዩ፣ እቲ ምዕዶ ኸምዚ ይብል፦ እምበኣር፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣካላትኩም፡ ማለት ምንዝርና፡ ርኽሰት፡ ፋሉል ፍትወተ ስጋ፡ ክፉእ ትምኒት፡ ስስዐ፡ እዚ ድማ ኣምልኾ ጣኦት ቅተሉ። |
6,039 | tg_am | ህዝቢ ኣምላኽ ነዚ ዚስዕብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ምዕዶ ኺትግብርዎ ይጽዕሩ ስለ ዘለዉ እዩ፣ እቲ ምዕዶ ኸምዚ ይብል፦ እምበኣር፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣካላትኩም፡ ማለት ምንዝርና፡ ርኽሰት፡ ፋሉል ፍትወተ ስጋ፡ ክፉእ ትምኒት፡ ስስዐ፡ እዚ ድማ ኣምልኾ ጣኦት ቅተሉ። | የአምላክ ሕዝቦች የሚከተለውን የመጽሐፍ ቅዱስ ምክር ተግባራዊ ለማድረግ ይጥራሉ፦ በምድር ያሉትን የአካል ክፍሎቻችሁን ግደሉ፤ እነሱም የፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ልቅ የሆነ የፍትወት ስሜት ናቸው። |
6,040 | am_tg | የእምነት ባልንጀሮቻችን ይህን ምክር በተግባር ማዋል ከባድ እንዲሆንባቸው ማድረግ አንፈልግም። | ክርስትያናት ብጾትና ነዚ ምኽሪ እዚ ኺስዕቡ ኸም ዜጸግሞም ክንገብር ኣይንደንል ኢና። |
6,041 | tg_am | ክርስትያናት ብጾትና ነዚ ምኽሪ እዚ ኺስዕቡ ኸም ዜጸግሞም ክንገብር ኣይንደንል ኢና። | የእምነት ባልንጀሮቻችን ይህን ምክር በተግባር ማዋል ከባድ እንዲሆንባቸው ማድረግ አንፈልግም። |
6,042 | am_tg | ልቅ የፆታ ሥነ ምግባር የነበራቸውና እንዲህ ዓይነቱን ሕይወት የተዉ ወንድሞችና እህቶች የኃጢአት ዝንባሌዎች እንዳያሸንፏቸው መታገል ይኖርባቸው ይሆናል። | ብዕሉግ ህይወት ሓዲጎም ዝመጹ ኣሕዋትን ኣሓትን ምስ ድኻሞም ይቃለሱ ይህልዉ ይዀኑ። |
6,043 | tg_am | ብዕሉግ ህይወት ሓዲጎም ዝመጹ ኣሕዋትን ኣሓትን ምስ ድኻሞም ይቃለሱ ይህልዉ ይዀኑ። | ልቅ የፆታ ሥነ ምግባር የነበራቸውና እንዲህ ዓይነቱን ሕይወት የተዉ ወንድሞችና እህቶች የኃጢአት ዝንባሌዎች እንዳያሸንፏቸው መታገል ይኖርባቸው ይሆናል። |
6,044 | am_tg | ታዲያ እኛ ትግሉ ከባድ እንዲሆንባቸው ማድረግ እንፈልጋለን? | ቃልሶም መሸም ከነኽብደሎም ኣይንደልን ኢና። |
6,045 | tg_am | ቃልሶም መሸም ከነኽብደሎም ኣይንደልን ኢና። | ታዲያ እኛ ትግሉ ከባድ እንዲሆንባቸው ማድረግ እንፈልጋለን? |
6,046 | am_tg | ከመንፈሳዊ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ጋር በምንሆንበት ጊዜ ለአለባበሳችን የምንጠነቀቅ ከሆነ ጉባኤው ከፍተኛ የሥነ ምግባር ደረጃ የሚጠብቁ ሰዎች ያሉበት ቦታ እንዲሆን አስተዋጽኦ እናደርጋለን። | ምስ መንፈሳውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንከውን ከለና፡ ጉባኤና ስነ ምግባራዊ ንጽህና ዝሰፈኖ ምዃኑ ኣብ ኣከዳድናና ኺንጸባረቕ ኣለዎ። |
6,047 | tg_am | ምስ መንፈሳውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንከውን ከለና፡ ጉባኤና ስነ ምግባራዊ ንጽህና ዝሰፈኖ ምዃኑ ኣብ ኣከዳድናና ኺንጸባረቕ ኣለዎ። | ከመንፈሳዊ ወንድሞቻችንና እህቶቻችን ጋር በምንሆንበት ጊዜ ለአለባበሳችን የምንጠነቀቅ ከሆነ ጉባኤው ከፍተኛ የሥነ ምግባር ደረጃ የሚጠብቁ ሰዎች ያሉበት ቦታ እንዲሆን አስተዋጽኦ እናደርጋለን። |
6,048 | am_tg | እርግጥ የምንለብሰውን ነገር የመምረጥ ነፃነት አለን። | እንታይ ከም እንኽደን ናይ ምሕራይ ናጽነት ኣሎና። |
6,049 | tg_am | እንታይ ከም እንኽደን ናይ ምሕራይ ናጽነት ኣሎና። | እርግጥ የምንለብሰውን ነገር የመምረጥ ነፃነት አለን። |
6,050 | am_tg | ያም ሆኖ ሁላችንም፣ ሌሎች በሥነ ምግባር ንጹሕ ሆነው መመላለስ እንዲሁም በአስተሳሰባቸው፣ በንግግራቸውና በድርጊታቸው የአምላክን የቅድስና መሥፈርቶች መጠበቅ ቀላል እንዲሆንላቸው የሚያደርግ አለባበስ የመምረጥ ኃላፊነት ተጥሎብናል። | ይኹን እምበር፡ ካልኦት ንጽህናኦም ሓልዮም ንምምልላስ ዕንቅፋት ዘይኰኖም፡ ብሓሳብን ብቓልን ብኣካይዳን ስርዓታት ቅድስና ኣምላኽ ንምሕላው እውን ዘየኽብደሎም ኣከዳድና ናይ ምሕራይ ሓላፍነት ኣሎና። |
6,051 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ካልኦት ንጽህናኦም ሓልዮም ንምምልላስ ዕንቅፋት ዘይኰኖም፡ ብሓሳብን ብቓልን ብኣካይዳን ስርዓታት ቅድስና ኣምላኽ ንምሕላው እውን ዘየኽብደሎም ኣከዳድና ናይ ምሕራይ ሓላፍነት ኣሎና። | ያም ሆኖ ሁላችንም፣ ሌሎች በሥነ ምግባር ንጹሕ ሆነው መመላለስ እንዲሁም በአስተሳሰባቸው፣ በንግግራቸውና በድርጊታቸው የአምላክን የቅድስና መሥፈርቶች መጠበቅ ቀላል እንዲሆንላቸው የሚያደርግ አለባበስ የመምረጥ ኃላፊነት ተጥሎብናል። |
6,052 | am_tg | ባል የሚስቱ ራስ መሆኑ፣ ሚስት የባሏ የበታች እንድትሆን አያደርጋትም። | እዚ ስርዓት እዚ ንሰበይቲ ኻብ ሰብኣያ ኸም እትንእስ ኣይገብራን እዩ። |
6,053 | tg_am | እዚ ስርዓት እዚ ንሰበይቲ ኻብ ሰብኣያ ኸም እትንእስ ኣይገብራን እዩ። | ባል የሚስቱ ራስ መሆኑ፣ ሚስት የባሏ የበታች እንድትሆን አያደርጋትም። |
6,054 | am_tg | እንዲያውም አምላክ ለሚስት ያሰበውን ድርሻ ለመወጣት ያስችላታል፤ አምላክ ሴትን ሲፈጥር አዳም ብቻውን መሆኑ መልካም አይደለም። | የግዳስ፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ሰበይቲ፡ ሰብኣይ ኣዳም በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን። |
6,055 | tg_am | የግዳስ፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ሰበይቲ፡ ሰብኣይ ኣዳም በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን። | እንዲያውም አምላክ ለሚስት ያሰበውን ድርሻ ለመወጣት ያስችላታል፤ አምላክ ሴትን ሲፈጥር አዳም ብቻውን መሆኑ መልካም አይደለም። |
6,056 | am_tg | ማሟያ የምትሆነውን ረዳት እሠራለታለሁ ብሎ ነበር። | ንዕኡ መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ክገብረሉ እየ ኺብል ከሎ ዝሓሰቦ ግደ ኽትፍጽም እዩ ዚሕግዛ። |
6,057 | tg_am | ንዕኡ መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ክገብረሉ እየ ኺብል ከሎ ዝሓሰቦ ግደ ኽትፍጽም እዩ ዚሕግዛ። | ማሟያ የምትሆነውን ረዳት እሠራለታለሁ ብሎ ነበር። |
6,058 | am_tg | የጉባኤ ራስ የሆነው ክርስቶስ ፍቅር እንደሚያሳይ ሁሉ አንድ ክርስቲያን ባልም የራስነት ሥልጣኑን በፍቅር ሊጠቀምበት ይገባል። | ከምቲ እቲ ርእሲ ጉባኤኡ ዝዀነ ክርስቶስ ፍቕሪ ዜርኢ፡ ክርስትያን ሰብኣይ እውን ንርእስነቱ ብፍቕሪ ኺጥቀመሉ ኣለዎ። |
6,059 | tg_am | ከምቲ እቲ ርእሲ ጉባኤኡ ዝዀነ ክርስቶስ ፍቕሪ ዜርኢ፡ ክርስትያን ሰብኣይ እውን ንርእስነቱ ብፍቕሪ ኺጥቀመሉ ኣለዎ። | የጉባኤ ራስ የሆነው ክርስቶስ ፍቅር እንደሚያሳይ ሁሉ አንድ ክርስቲያን ባልም የራስነት ሥልጣኑን በፍቅር ሊጠቀምበት ይገባል። |
6,060 | am_tg | ባል እንዲህ ሲያደርግ ሚስቱ ከስጋት ነፃ ትሆናለች፤ እንዲሁም ባሏን ማክበር፣ እሱን መደገፍና ለእሱ መገዛት ያስደስታታል። | ከምኡ ምስ ዚገብር፡ ሰበይቱ ውሕስነት ይስምዓ፡ እተኽብሮን እትድግፎን እትግዝኦን ብምዃና እውን ዕግበት ትረክብ። |
6,061 | tg_am | ከምኡ ምስ ዚገብር፡ ሰበይቱ ውሕስነት ይስምዓ፡ እተኽብሮን እትድግፎን እትግዝኦን ብምዃና እውን ዕግበት ትረክብ። | ባል እንዲህ ሲያደርግ ሚስቱ ከስጋት ነፃ ትሆናለች፤ እንዲሁም ባሏን ማክበር፣ እሱን መደገፍና ለእሱ መገዛት ያስደስታታል። |
6,062 | am_tg | የኢየሱስ ተከታዮች እሱን መምሰል ከፈለጉ፣ እሱ እንደወደዳቸው እርስ በርሳቸው መዋደድ ይኖርባቸዋል። | ሰዓብቲ የሱስ ንጐይታኦም ምእንቲ ኺመስልዎ፡ ንሓድሕዶም ኪፋቐሩ ኣለዎም። |
6,063 | tg_am | ሰዓብቲ የሱስ ንጐይታኦም ምእንቲ ኺመስልዎ፡ ንሓድሕዶም ኪፋቐሩ ኣለዎም። | የኢየሱስ ተከታዮች እሱን መምሰል ከፈለጉ፣ እሱ እንደወደዳቸው እርስ በርሳቸው መዋደድ ይኖርባቸዋል። |
6,064 | am_tg | በመሆኑም ክርስቲያን ባለትዳሮች፣ አስፈላጊ ከሆነ አንዳቸው ለሌላው ሕይወታቸውን እንኳ ለመስጠት የሚያነሳሳ ጠንካራ ፍቅር ማዳበር ይኖርባቸዋል። | ስለዚ፡ ኣብ መንጎ ክርስትያን ሰብ ሓዳር ዘላ ፍቕሪ ኣዝያ ሓያል ካብ ምዃና እተላዕለ፡ እንተ ኣድልዩ ነፍሲ ወከፎም ምእንቲ መጻምድቱ ኺመውት ፍቓደኛ ኪኸውን እትድርኽ ክትከውን ኣለዋ። |
6,065 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብ መንጎ ክርስትያን ሰብ ሓዳር ዘላ ፍቕሪ ኣዝያ ሓያል ካብ ምዃና እተላዕለ፡ እንተ ኣድልዩ ነፍሲ ወከፎም ምእንቲ መጻምድቱ ኺመውት ፍቓደኛ ኪኸውን እትድርኽ ክትከውን ኣለዋ። | በመሆኑም ክርስቲያን ባለትዳሮች፣ አስፈላጊ ከሆነ አንዳቸው ለሌላው ሕይወታቸውን እንኳ ለመስጠት የሚያነሳሳ ጠንካራ ፍቅር ማዳበር ይኖርባቸዋል። |
6,066 | am_tg | ብዙ ሰዎች የሚጸልዩት፣ እንዲሁ የአእምሮ እረፍት ለማግኘት እንጂ አምላክ ጸሎታቸውን እንደሚሰማ ስለሚያምኑ አይደለም። | ሓያሎ ሰባት፡ ጸሎት ጽቡቕ ከም ዚስምዖም ስለ ዚገብር ዚጽልዩ እኳ እንተ ዀኑ፡ ኣምላኽ ንጸሎቶም ብሓቂ ኸም ዚሰምዖ ግና ኣይኣምኑን እዮም። |
6,067 | tg_am | ሓያሎ ሰባት፡ ጸሎት ጽቡቕ ከም ዚስምዖም ስለ ዚገብር ዚጽልዩ እኳ እንተ ዀኑ፡ ኣምላኽ ንጸሎቶም ብሓቂ ኸም ዚሰምዖ ግና ኣይኣምኑን እዮም። | ብዙ ሰዎች የሚጸልዩት፣ እንዲሁ የአእምሮ እረፍት ለማግኘት እንጂ አምላክ ጸሎታቸውን እንደሚሰማ ስለሚያምኑ አይደለም። |
6,068 | am_tg | በመሆኑም ይሖዋ ጸሎት ሰሚ መሆኑን ማወቅ ያስፈልጋቸዋል። | እዞም ሰባት እዚኦም፡ የሆዋ ሰማዕ ጸሎት ምዃኑ ኺፈልጡ የድልዮም እዩ። |
6,069 | tg_am | እዞም ሰባት እዚኦም፡ የሆዋ ሰማዕ ጸሎት ምዃኑ ኺፈልጡ የድልዮም እዩ። | በመሆኑም ይሖዋ ጸሎት ሰሚ መሆኑን ማወቅ ያስፈልጋቸዋል። |
6,070 | am_tg | ኢየሱስ ለደቀ መዛሙርቱ ማንኛውንም ነገር በስሜ ከለመናችሁ እኔ አደርገዋለሁ ብሏቸዋል። | የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ብስመይ ገለ እንተ ለሚንኩም፡ ክገብሮ እየ በሎም። |
6,071 | tg_am | የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ብስመይ ገለ እንተ ለሚንኩም፡ ክገብሮ እየ በሎም። | ኢየሱስ ለደቀ መዛሙርቱ ማንኛውንም ነገር በስሜ ከለመናችሁ እኔ አደርገዋለሁ ብሏቸዋል። |
6,072 | am_tg | ማንኛውንም ነገር ሲል ከይሖዋ ፈቃድ ጋር የሚስማማ ማንኛውንም ነገር ማለቱ እንደሆነ ግልጽ ነው። | ገለ ኺብሃል ከሎ፡ ምስ ፍቓዱ ዚሰማማዕ ንዘበለ ነገር ከም ዜመልክት ፍሉጥ እዩ። |
6,073 | tg_am | ገለ ኺብሃል ከሎ፡ ምስ ፍቓዱ ዚሰማማዕ ንዘበለ ነገር ከም ዜመልክት ፍሉጥ እዩ። | ማንኛውንም ነገር ሲል ከይሖዋ ፈቃድ ጋር የሚስማማ ማንኛውንም ነገር ማለቱ እንደሆነ ግልጽ ነው። |
6,074 | am_tg | ዮሐንስ በእሱ ላይ ያለን ትምክህት ይህ ነው፤ የምንጠይቀው ነገር ምንም ይሁን ምን ከፈቃዱ ጋር በሚስማማ ሁኔታ እስከለመንን ድረስ ይሰማናል የሚል ማረጋገጫ ሰጥቶናል። | ዮሃንስ፡ እቲ ኣብኡ ዘሎና እምንቶ እዚ እዩ፦ ከም ፍቓዱ ጌርና እንልምኖ ዘበለ ይሰምዓና እዩ በለ። |
6,075 | tg_am | ዮሃንስ፡ እቲ ኣብኡ ዘሎና እምንቶ እዚ እዩ፦ ከም ፍቓዱ ጌርና እንልምኖ ዘበለ ይሰምዓና እዩ በለ። | ዮሐንስ በእሱ ላይ ያለን ትምክህት ይህ ነው፤ የምንጠይቀው ነገር ምንም ይሁን ምን ከፈቃዱ ጋር በሚስማማ ሁኔታ እስከለመንን ድረስ ይሰማናል የሚል ማረጋገጫ ሰጥቶናል። |
6,076 | am_tg | ጸሎት አእምሮን ከማረጋጋት ያለፈ ጥቅም እንዳለውና ወደ ይሖዋ የጸጋ ዙፋን ለመቅረብ የሚያስችል ግሩም መንገድ እንደሆነ ሌሎች እንዲያውቁ መርዳት ትልቅ ነገር ነው! ሰዎች በትክክለኛው መንገድ፣ ወደ ትክክለኛው አካል እንዲሁም ተገቢ ስለሆኑ ነገሮች እንዲጸልዩ ስናስተምራቸው ወደ ይሖዋ እንዲቀርቡና በተጨነቁበት ወቅት መጽናኛ እንዲያገኙ እንረዳቸዋለን። | ስለዚ፡ ጸሎት ስነ ኣእምሮኣዊ ጥቕሚ ዘለዎ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ናብ ዝፋን ጸጋ የሆዋ ኽንቀርበሉ እንኽእል ዜደንቕ መገዲ ምዃኑ ንሰባት ክንምህሮምሲ ኣየ ኽንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ሰባት በቲ ቕኑዕ መገዲ፡ ናብቲ ቕኑዕ ኣካል፡ ብዛዕባ ቕኑዕ ነገራት ኪጽልዩ ንምህሮም እንተ ዄንና፡ ብግዜ ጭንቂ ንየሆዋ ኪቐርብዎን ምጽንናዕ ኪረኽቡን ንሕግዞም ኣለና ማለት እዩ። |
6,077 | tg_am | ስለዚ፡ ጸሎት ስነ ኣእምሮኣዊ ጥቕሚ ዘለዎ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ናብ ዝፋን ጸጋ የሆዋ ኽንቀርበሉ እንኽእል ዜደንቕ መገዲ ምዃኑ ንሰባት ክንምህሮምሲ ኣየ ኽንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ! ሰባት በቲ ቕኑዕ መገዲ፡ ናብቲ ቕኑዕ ኣካል፡ ብዛዕባ ቕኑዕ ነገራት ኪጽልዩ ንምህሮም እንተ ዄንና፡ ብግዜ ጭንቂ ንየሆዋ ኪቐርብዎን ምጽንናዕ ኪረኽቡን ንሕግዞም ኣለና ማለት እዩ። | ጸሎት አእምሮን ከማረጋጋት ያለፈ ጥቅም እንዳለውና ወደ ይሖዋ የጸጋ ዙፋን ለመቅረብ የሚያስችል ግሩም መንገድ እንደሆነ ሌሎች እንዲያውቁ መርዳት ትልቅ ነገር ነው! ሰዎች በትክክለኛው መንገድ፣ ወደ ትክክለኛው አካል እንዲሁም ተገቢ ስለሆኑ ነገሮች እንዲጸልዩ ስናስተምራቸው ወደ ይሖዋ እንዲቀርቡና በተጨነቁበት ወቅት መጽናኛ እንዲያገኙ እንረዳቸዋለን። |
6,078 | am_tg | እነዚህ ቃላት የሁሉንም ታማኝ የይሖዋ አገልጋዮች ስሜት በሚገባ ይገልጻሉ። | እዘን ቃላት እዚአን፡ ንስምዒት ኵሎም እሙናት መሰኻኽር የሆዋ ኸም ዜንጸባርቓ ዜጠራጥር ኣይኰነን። |
6,079 | tg_am | እዘን ቃላት እዚአን፡ ንስምዒት ኵሎም እሙናት መሰኻኽር የሆዋ ኸም ዜንጸባርቓ ዜጠራጥር ኣይኰነን። | እነዚህ ቃላት የሁሉንም ታማኝ የይሖዋ አገልጋዮች ስሜት በሚገባ ይገልጻሉ። |
6,080 | am_tg | ነገር ግን ሕመም ወይም የዕድሜ መግፋት የምታቀርበውን አገልግሎት ቢገድቡብህስ? | ብሰንኪ ሕማም ወይ እርጋን ኣብ ኣገልግሎት ክንድቲ እትደልዮ ኽትገብር እንተ ዘይክኢልካኸ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ |
6,081 | tg_am | ብሰንኪ ሕማም ወይ እርጋን ኣብ ኣገልግሎት ክንድቲ እትደልዮ ኽትገብር እንተ ዘይክኢልካኸ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ | ነገር ግን ሕመም ወይም የዕድሜ መግፋት የምታቀርበውን አገልግሎት ቢገድቡብህስ? |
6,082 | am_tg | ለሚንከባከቡህ ሰዎችና ለሌሎች ምሥራቹን ስትናገር የምታቀርበው ቅዱስ አገልግሎት ታላቁን አምላካችንን ከፍ ከፍ እንደሚያደርግ አትዘንጋ። | ንኣለይትኻን ንኻልኦት ሰባትን ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስ እተበስሮም፡ በቲ ቕዱስ ኣገልግሎትካ ጌርካ ነቲ ዜደንቕ ኣምላኽና ኸም እትውድሶ ኣይትረስዕ። |
6,083 | tg_am | ንኣለይትኻን ንኻልኦት ሰባትን ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስ እተበስሮም፡ በቲ ቕዱስ ኣገልግሎትካ ጌርካ ነቲ ዜደንቕ ኣምላኽና ኸም እትውድሶ ኣይትረስዕ። | ለሚንከባከቡህ ሰዎችና ለሌሎች ምሥራቹን ስትናገር የምታቀርበው ቅዱስ አገልግሎት ታላቁን አምላካችንን ከፍ ከፍ እንደሚያደርግ አትዘንጋ። |
6,084 | am_tg | በእምነትህ ምክንያት ታስረህ ከሆነ ደግሞ ሁኔታዎች በፈቀዱልህ መጠን ስለ እውነት መመሥከርህ አይቀርም፤ ይህም የይሖዋን ልብ ያስደስተዋል። | ብእምነትካ እንተ ተኣሲርካ፡ ኵነታትካ ብዚፈቕዶ መጠን ብዛዕባ ሓቂ ኸም እትዛረብ ኣየጠራጥርን እዩ፣ እዚ ኸኣ ንልቢ የሆዋ የሐጕሶ እዩ። |
6,085 | tg_am | ብእምነትካ እንተ ተኣሲርካ፡ ኵነታትካ ብዚፈቕዶ መጠን ብዛዕባ ሓቂ ኸም እትዛረብ ኣየጠራጥርን እዩ፣ እዚ ኸኣ ንልቢ የሆዋ የሐጕሶ እዩ። | በእምነትህ ምክንያት ታስረህ ከሆነ ደግሞ ሁኔታዎች በፈቀዱልህ መጠን ስለ እውነት መመሥከርህ አይቀርም፤ ይህም የይሖዋን ልብ ያስደስተዋል። |
6,086 | am_tg | በሃይማኖት በተከፋፈለ ቤተሰብ ውስጥ ሆነህ መንፈሳዊ እንቅስቃሴዎችን አዘውትረህ ለማከናወን ጥረት ስታደርግም ይሖዋን ታስደስታለህ። | ብዘይካዚ፡ ብሃይማኖት ኣብ እተኸፋፈለት ቤት እናነበርካ መንፈሳዊ ልማዳትካ ትሕሉ እንተ ዄንካ፡ የሆዋ ይሕጐስ እዩ። |
6,087 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ብሃይማኖት ኣብ እተኸፋፈለት ቤት እናነበርካ መንፈሳዊ ልማዳትካ ትሕሉ እንተ ዄንካ፡ የሆዋ ይሕጐስ እዩ። | በሃይማኖት በተከፋፈለ ቤተሰብ ውስጥ ሆነህ መንፈሳዊ እንቅስቃሴዎችን አዘውትረህ ለማከናወን ጥረት ስታደርግም ይሖዋን ታስደስታለህ። |
6,088 | am_tg | በአስቸጋሪ ሁኔታዎች ውስጥ ብትሆንም እንኳ ይሖዋን ማወደስ እንዲሁም መንፈሳዊ እድገት ማድረግ ትችላለህ። | ከቢድ ኵነታት ኬጋጥመካ ኸሎ እውን፡ ንየሆዋ ኽትውድሶን መንፈሳዊ ዕቤት ክትገብርን ትኽእል ኢኻ። |
6,089 | tg_am | ከቢድ ኵነታት ኬጋጥመካ ኸሎ እውን፡ ንየሆዋ ኽትውድሶን መንፈሳዊ ዕቤት ክትገብርን ትኽእል ኢኻ። | በአስቸጋሪ ሁኔታዎች ውስጥ ብትሆንም እንኳ ይሖዋን ማወደስ እንዲሁም መንፈሳዊ እድገት ማድረግ ትችላለህ። |
6,090 | am_tg | የአምላክን ውድ እውነትና እሱ የሰጠውን ተስፋ ለሰዎች ስታካፍል ይሖዋ እንደሚባርክህ ጥርጥር የለውም። | ነቶም ተስፋ ዜድልዮም ዘሎ ሰባት ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ዜደንቕ ተስፋታት ኣብ ምምሃር ዓብዪ እጃም እንተ ኣበርኪትካ፡ የሆዋ ብርግጽ ኪባርኸካ እዩ። |
6,091 | tg_am | ነቶም ተስፋ ዜድልዮም ዘሎ ሰባት ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ዜደንቕ ተስፋታት ኣብ ምምሃር ዓብዪ እጃም እንተ ኣበርኪትካ፡ የሆዋ ብርግጽ ኪባርኸካ እዩ። | የአምላክን ውድ እውነትና እሱ የሰጠውን ተስፋ ለሰዎች ስታካፍል ይሖዋ እንደሚባርክህ ጥርጥር የለውም። |
6,092 | am_tg | የይሖዋ አገልጋዮች፣ የአምላክ ቃል የሆነውን መጽሐፍ ቅዱስን ከፍ አድርገው ይመለከቱታል። | ኣገልገልቲ የሆዋ ነቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ኣኽቢሮም እዮም ዚርእይዎ። |
6,093 | tg_am | ኣገልገልቲ የሆዋ ነቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ኣኽቢሮም እዮም ዚርእይዎ። | የይሖዋ አገልጋዮች፣ የአምላክ ቃል የሆነውን መጽሐፍ ቅዱስን ከፍ አድርገው ይመለከቱታል። |
6,094 | am_tg | ሁላችንም ፍጽምና ስለሚጎድለን አልፎ አልፎ ቅዱስ ጽሑፋዊ ምክር ያስፈልገናል። | ኵላትና ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንና ድማ፡ ሓድሓደ እዋን ቅዱስ ጽሑፋዊ ምኽሪ ይውሃበና እዩ። |
6,095 | tg_am | ኵላትና ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንና ድማ፡ ሓድሓደ እዋን ቅዱስ ጽሑፋዊ ምኽሪ ይውሃበና እዩ። | ሁላችንም ፍጽምና ስለሚጎድለን አልፎ አልፎ ቅዱስ ጽሑፋዊ ምክር ያስፈልገናል። |
6,096 | am_tg | ታዲያ ምክር ሲሰጠን ምን እናደርጋለን? | እሞኸ ነዚ እንታይ ምላሽ ኢና እንህበሉ፧ |
6,097 | tg_am | እሞኸ ነዚ እንታይ ምላሽ ኢና እንህበሉ፧ | ታዲያ ምክር ሲሰጠን ምን እናደርጋለን? |
6,098 | am_tg | በመጀመሪያው መቶ ዘመን የኖሩትን ኤዎድያን እና ሲንጤኪ የተባሉ ክርስቲያኖች እንደ ምሳሌ እንመልከት። | ነተን ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበራ ኤዎድያን ስንጥኬን ከም ኣብነት ንርአ። |
6,099 | tg_am | ነተን ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበራ ኤዎድያን ስንጥኬን ከም ኣብነት ንርአ። | በመጀመሪያው መቶ ዘመን የኖሩትን ኤዎድያን እና ሲንጤኪ የተባሉ ክርስቲያኖች እንደ ምሳሌ እንመልከት። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.