Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
6,100 | am_tg | በእነዚህ ቅቡዕ እህቶች መካከል ከባድ አለመግባባት ተፈጥሮ ነበር። | ኣብ መንጎ እዘን ክልተ ቕቡኣት ኣሓት ከቢድ ጸገም ተላዒሉ ነበረ። |
6,101 | tg_am | ኣብ መንጎ እዘን ክልተ ቕቡኣት ኣሓት ከቢድ ጸገም ተላዒሉ ነበረ። | በእነዚህ ቅቡዕ እህቶች መካከል ከባድ አለመግባባት ተፈጥሮ ነበር። |
6,102 | am_tg | በኤዎድያንና በሲንጤኪ መካከል የተፈጠረው ችግር የጉባኤውን ሰላም ሊያደፈርስ ይችል ነበር። | እቲ ኣብ መንጎ ኤዎድያን ስንጥኬን እተላዕለ ባእሲ፡ ንሰላም እታ ጉባኤ ኺዘርግ ይኽእል ነይሩ እዩ። |
6,103 | tg_am | እቲ ኣብ መንጎ ኤዎድያን ስንጥኬን እተላዕለ ባእሲ፡ ንሰላም እታ ጉባኤ ኺዘርግ ይኽእል ነይሩ እዩ። | በኤዎድያንና በሲንጤኪ መካከል የተፈጠረው ችግር የጉባኤውን ሰላም ሊያደፈርስ ይችል ነበር። |
6,104 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ፣ እነዚህ እህቶች መጨረሻ ላይ ምን እንዳደረጉ ባይገልጽልንም ጳውሎስ በፍቅር ተነሳስቶ ለሰጣቸው ምክር ጥሩ ምላሽ ሰጥተው መሆን አለበት። | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ውጽኢት ዘይነግረና እኳ እንተ ዀነ፡ እዘን ኣሓት እዚአን ነቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝሃበን ፍቕራዊ ምኽሪ ጽቡቕ ምላሽ ሂበናሉ ኪዀና ይኽእላ እየን። |
6,105 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ውጽኢት ዘይነግረና እኳ እንተ ዀነ፡ እዘን ኣሓት እዚአን ነቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝሃበን ፍቕራዊ ምኽሪ ጽቡቕ ምላሽ ሂበናሉ ኪዀና ይኽእላ እየን። | መጽሐፍ ቅዱስ፣ እነዚህ እህቶች መጨረሻ ላይ ምን እንዳደረጉ ባይገልጽልንም ጳውሎስ በፍቅር ተነሳስቶ ለሰጣቸው ምክር ጥሩ ምላሽ ሰጥተው መሆን አለበት። |
6,106 | am_tg | በዛሬው ጊዜም በይሖዋ ሕዝቦች ጉባኤዎች ውስጥ እንዲህ ዓይነት ሁኔታዎች ሊያጋጥሙ ይችላሉ። | ሎሚ እውን ኣብ ጉባኤታት ህዝቢ የሆዋ ተመሳሳሊ ዅነታት ኪልዓል ይኽእል እዩ። |
6,107 | tg_am | ሎሚ እውን ኣብ ጉባኤታት ህዝቢ የሆዋ ተመሳሳሊ ዅነታት ኪልዓል ይኽእል እዩ። | በዛሬው ጊዜም በይሖዋ ሕዝቦች ጉባኤዎች ውስጥ እንዲህ ዓይነት ሁኔታዎች ሊያጋጥሙ ይችላሉ። |
6,108 | am_tg | ሆኖም የአምላክ ቃል በሆነው በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የሚገኘውን ምክር በተግባር ካዋልን እንዲህ ያሉ ችግሮችን መፍታት አልፎ ተርፎም እንዳይፈጠሩ ማድረግ እንችላለን። | ይኹን እምበር፡ ኣብቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ንዚርከብ ምኽሪ ኣብ ግብሪ ምስ እነውዕሎ ግና ነዚ ጸገማት እዚ ኽንፈትሖ ወይ ከነውግዶ ንኽእል ኢና። |
6,109 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ኣብቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ንዚርከብ ምኽሪ ኣብ ግብሪ ምስ እነውዕሎ ግና ነዚ ጸገማት እዚ ኽንፈትሖ ወይ ከነውግዶ ንኽእል ኢና። | ሆኖም የአምላክ ቃል በሆነው በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የሚገኘውን ምክር በተግባር ካዋልን እንዲህ ያሉ ችግሮችን መፍታት አልፎ ተርፎም እንዳይፈጠሩ ማድረግ እንችላለን። |
6,110 | am_tg | የአምላክን ቃል ከፍ አድርገን የምንመለከት ከሆነ ደግሞ በውስጡ የሚገኙትን መመሪያዎች እንከተላለን። | ንቓል የሆዋ ኣዚና ነኽብሮ እንተ ዄንና ድማ፡ ምስቲ ዚህበና መምርሒታት ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኢና። |
6,111 | tg_am | ንቓል የሆዋ ኣዚና ነኽብሮ እንተ ዄንና ድማ፡ ምስቲ ዚህበና መምርሒታት ተሰማሚዕና ኽንመላለስ ኢና። | የአምላክን ቃል ከፍ አድርገን የምንመለከት ከሆነ ደግሞ በውስጡ የሚገኙትን መመሪያዎች እንከተላለን። |
6,112 | am_tg | ሁላችንም ማበረታቻ ያስፈልገናል። | ኵላትና መተባብዒ የድልየና እዩ። |
6,113 | tg_am | ኵላትና መተባብዒ የድልየና እዩ። | ሁላችንም ማበረታቻ ያስፈልገናል። |
6,114 | am_tg | በተለይ ከልጆች ጋር በተያያዘ ይህ እውነት ነው። | ብፍላይ ክንዓቢ ኸለና መተባብዒ የድልየና እዩ። |
6,115 | tg_am | ብፍላይ ክንዓቢ ኸለና መተባብዒ የድልየና እዩ። | በተለይ ከልጆች ጋር በተያያዘ ይህ እውነት ነው። |
6,116 | am_tg | ቲሞቲ ኤቫንዝ የተባሉ ምሁር ተክሎች ውኃ እንደሚያስፈልጋቸው ሁሉ ልጆችም ማበረታቻ ያስፈልጋቸዋል በማለት ተናግረዋል። | ቲሞቲ ኢቫንስ ዝስሙ መምህር፡ ከምቲ ተኽሊ ማይ ዜድልዮ፡ ቈልዑ እውን መተባብዒ የድልዮም እዩ። |
6,117 | tg_am | ቲሞቲ ኢቫንስ ዝስሙ መምህር፡ ከምቲ ተኽሊ ማይ ዜድልዮ፡ ቈልዑ እውን መተባብዒ የድልዮም እዩ። | ቲሞቲ ኤቫንዝ የተባሉ ምሁር ተክሎች ውኃ እንደሚያስፈልጋቸው ሁሉ ልጆችም ማበረታቻ ያስፈልጋቸዋል በማለት ተናግረዋል። |
6,118 | am_tg | አክለውም አንድ ልጅ ማበረታቻ የሚሰጠው ከሆነ ዋጋ እንዳለውና ሌሎች እንደሚያደንቁት ይሰማዋል ብለዋል። | ውሉዳት መተባብዒ ዚውሃቦም እንተ ዀይኑ፡ ከም ዚጠቕሙን ዜማስዎም ሰብ ከም ዘሎን ኰይኑ ኺስምዖም ይኽእል እዩ ኢሉ ገለጸ። |
6,119 | tg_am | ውሉዳት መተባብዒ ዚውሃቦም እንተ ዀይኑ፡ ከም ዚጠቕሙን ዜማስዎም ሰብ ከም ዘሎን ኰይኑ ኺስምዖም ይኽእል እዩ ኢሉ ገለጸ። | አክለውም አንድ ልጅ ማበረታቻ የሚሰጠው ከሆነ ዋጋ እንዳለውና ሌሎች እንደሚያደንቁት ይሰማዋል ብለዋል። |
6,120 | am_tg | ይሁንና የምንኖረው በሚያስጨንቅ ዘመን ውስጥ ነው። | ይኹን እምበር፡ ኣብ ጽንኩር ግዜ ኢና እንነብር ዘለና። |
6,121 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ኣብ ጽንኩር ግዜ ኢና እንነብር ዘለና። | ይሁንና የምንኖረው በሚያስጨንቅ ዘመን ውስጥ ነው። |
6,122 | am_tg | ሰዎች ራስ ወዳዶችና ተፈጥሯዊ ፍቅር የሌላቸው ስለሆኑ ሌሎችን ማበረታታት የተለመደ አይደለም። | ሰባት ፈተውቲ ርእሶምን ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም ዘይብሎምን ኰይኖም ኣለዉ፣ ምትብባዕ ድማ ዳርጋ ጠፊኡ እዩ ዘሎ። |
6,123 | tg_am | ሰባት ፈተውቲ ርእሶምን ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም ዘይብሎምን ኰይኖም ኣለዉ፣ ምትብባዕ ድማ ዳርጋ ጠፊኡ እዩ ዘሎ። | ሰዎች ራስ ወዳዶችና ተፈጥሯዊ ፍቅር የሌላቸው ስለሆኑ ሌሎችን ማበረታታት የተለመደ አይደለም። |
6,124 | am_tg | ሰይጣን ዲያብሎስ፣ ተስፋ ከቆረጥን በመንፈሳዊም ሆነ በሌሎች አቅጣጫዎች እንደምንዳከም ስለሚያውቅ ተስፋ ሊያስቆርጠን ይፈልጋል። | ሰይጣን ድያብሎስ፡ ተስፋ ምቝራጽ ብመንፈሳዊ መዳይን ብኻልእ መገድን ክሳዕ ክንደይ ኬዳኽመና ኸም ዚኽእል ስለ ዚፈልጥ፡ ተስፋ ኬቝርጸና እዩ ዚደሊ። |
6,125 | tg_am | ሰይጣን ድያብሎስ፡ ተስፋ ምቝራጽ ብመንፈሳዊ መዳይን ብኻልእ መገድን ክሳዕ ክንደይ ኬዳኽመና ኸም ዚኽእል ስለ ዚፈልጥ፡ ተስፋ ኬቝርጸና እዩ ዚደሊ። | ሰይጣን ዲያብሎስ፣ ተስፋ ከቆረጥን በመንፈሳዊም ሆነ በሌሎች አቅጣጫዎች እንደምንዳከም ስለሚያውቅ ተስፋ ሊያስቆርጠን ይፈልጋል። |
6,126 | am_tg | ሰይጣን፣ ጻድቁን ኢዮብን ተስፋ ለማስቆረጥ ሲል የተለያዩ መከራዎች ያመጣበት ከመሆኑም ሌላ የሐሰት ውንጀላዎች እንዲሰነዘሩበት አድርጓል፤ ሆኖም ሙከራው አልተሳካለትም። | ሰይጣን ነቲ ጻድቕ ዝነበረ እዮብ ብመዓትን ብኽስን ተስፋ ኬቝርጾ እኳ እንተ ፈተነ፡ ተንኰሉ ግና ኣይሰለጦን። |
6,127 | tg_am | ሰይጣን ነቲ ጻድቕ ዝነበረ እዮብ ብመዓትን ብኽስን ተስፋ ኬቝርጾ እኳ እንተ ፈተነ፡ ተንኰሉ ግና ኣይሰለጦን። | ሰይጣን፣ ጻድቁን ኢዮብን ተስፋ ለማስቆረጥ ሲል የተለያዩ መከራዎች ያመጣበት ከመሆኑም ሌላ የሐሰት ውንጀላዎች እንዲሰነዘሩበት አድርጓል፤ ሆኖም ሙከራው አልተሳካለትም። |
6,128 | am_tg | እኛም የቤተሰባችንንና የጉባኤውን አባላት በማበረታታት የዲያብሎስን ሥራ ማክሸፍ እንችላለን። | ንኣባላት ስድራ ቤትናን ጉባኤናን ብምትብባዕ፡ ንግብሪ ድያብሎስ ክንጻረሮ ንኽእል ኢና። |
6,129 | tg_am | ንኣባላት ስድራ ቤትናን ጉባኤናን ብምትብባዕ፡ ንግብሪ ድያብሎስ ክንጻረሮ ንኽእል ኢና። | እኛም የቤተሰባችንንና የጉባኤውን አባላት በማበረታታት የዲያብሎስን ሥራ ማክሸፍ እንችላለን። |
6,130 | am_tg | እንዲህ ማድረጋችን ቤታችንንም ሆነ የመንግሥት አዳራሻችንን ደስታ የምናገኝበትና ከመንፈሳዊ አደጋ ነፃ የምንሆንበት ስፍራ ለማድረግ ይረዳል። | ከምኡ ምስ እንገብር፡ ቤትናን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽን ሰላምን ደሓንን ዚርከቦ ቦታ ኪኸውን እጃምና ኸነበርክት ንኽእል ኢና። |
6,131 | tg_am | ከምኡ ምስ እንገብር፡ ቤትናን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽን ሰላምን ደሓንን ዚርከቦ ቦታ ኪኸውን እጃምና ኸነበርክት ንኽእል ኢና። | እንዲህ ማድረጋችን ቤታችንንም ሆነ የመንግሥት አዳራሻችንን ደስታ የምናገኝበትና ከመንፈሳዊ አደጋ ነፃ የምንሆንበት ስፍራ ለማድረግ ይረዳል። |
6,132 | am_tg | የይሖዋ ታላቅ ፍቅር በብዙ መንገዶች ታይቷል። | የሆዋ ብእተፈላለየ መገዲ ዓባይ ፍቕሩ ኣርእዩ እዩ። |
6,133 | tg_am | የሆዋ ብእተፈላለየ መገዲ ዓባይ ፍቕሩ ኣርእዩ እዩ። | የይሖዋ ታላቅ ፍቅር በብዙ መንገዶች ታይቷል። |
6,134 | am_tg | አስደናቂ የሆነውን ጽንፈ ዓለም እንደ ምሳሌ እንመልከት። | ንኣብነት፡ ግዝፊ ዩኒቨርስ እሞ ሕሰብ። |
6,135 | tg_am | ንኣብነት፡ ግዝፊ ዩኒቨርስ እሞ ሕሰብ። | አስደናቂ የሆነውን ጽንፈ ዓለም እንደ ምሳሌ እንመልከት። |
6,136 | am_tg | በብዙ ቢሊዮኖች የሚቆጠሩ ከዋክብትንና ፕላኔቶችን የያዙ በቢሊዮኖች የሚቆጠሩ ጋላክሲዎች አሉ። | ቢልዮናት ከዋኽብትን ፕላነታትን ዝሓዙ ብቢልዮናት ዚቝጸሩ ጋላክሲታት ኣለዉ። |
6,137 | tg_am | ቢልዮናት ከዋኽብትን ፕላነታትን ዝሓዙ ብቢልዮናት ዚቝጸሩ ጋላክሲታት ኣለዉ። | በብዙ ቢሊዮኖች የሚቆጠሩ ከዋክብትንና ፕላኔቶችን የያዙ በቢሊዮኖች የሚቆጠሩ ጋላክሲዎች አሉ። |
6,138 | am_tg | ፍኖተ ሐሊብ በተባለው በእኛ ጋላክሲ ውስጥ ከታቀፉት ከዋክብት መካከል ፀሐይ ትገኝበታለች፤ ፀሐይ ባትኖር ኖሮ በምድር ላይ ያሉ ስፍር ቁጥር የሌላቸው ሕያዋን ፍጥረታት ሕልውና ያከትም ነበር። | ኣብዚ ዘለናዮ ጋላክሲ ሊሐ ኻብ ዚርከቡ ኸዋኽብቲ ሓንቲ ጸሓይ እያ፣ ብዘይካኣ ኸኣ፡ ኣብ ምድሪ ዘለዉ ህያዋን ፍጥረታት ኪነብሩ ኣይምኸኣሉን ነይሮም። |
6,139 | tg_am | ኣብዚ ዘለናዮ ጋላክሲ ሊሐ ኻብ ዚርከቡ ኸዋኽብቲ ሓንቲ ጸሓይ እያ፣ ብዘይካኣ ኸኣ፡ ኣብ ምድሪ ዘለዉ ህያዋን ፍጥረታት ኪነብሩ ኣይምኸኣሉን ነይሮም። | ፍኖተ ሐሊብ በተባለው በእኛ ጋላክሲ ውስጥ ከታቀፉት ከዋክብት መካከል ፀሐይ ትገኝበታለች፤ ፀሐይ ባትኖር ኖሮ በምድር ላይ ያሉ ስፍር ቁጥር የሌላቸው ሕያዋን ፍጥረታት ሕልውና ያከትም ነበር። |
6,140 | am_tg | እነዚህ ሁሉ ፍጥረታት ይሖዋ፣ አምላክ ለመሆኑ እንዲሁም እንደ ኃይል፣ ጥበብና ፍቅር ላሉት ባሕርያቱ ማስረጃ ናቸው። | እዚ ዅሉ ፍጥረታት፡ የሆዋ፡ ኣምላኽ ከም ዝዀነን ከም ሓይልን ጥበብን ፍቕርን ዝኣመሰለ ባህርያት ከም ዘለዎን ዜረጋግጽ መርትዖ እዩ። |
6,141 | tg_am | እዚ ዅሉ ፍጥረታት፡ የሆዋ፡ ኣምላኽ ከም ዝዀነን ከም ሓይልን ጥበብን ፍቕርን ዝኣመሰለ ባህርያት ከም ዘለዎን ዜረጋግጽ መርትዖ እዩ። | እነዚህ ሁሉ ፍጥረታት ይሖዋ፣ አምላክ ለመሆኑ እንዲሁም እንደ ኃይል፣ ጥበብና ፍቅር ላሉት ባሕርያቱ ማስረጃ ናቸው። |
6,142 | am_tg | ይሖዋ ምድርን ሲፈጥር በእሷ ላይ እንዲኖሩ ላሰባቸው ሕያዋን ፍጥረታት አስፈላጊ ነገሮችን በሙሉ አብሮ ፈጥሯል። | የሆዋ ኣብ ምድሪ ነቶም ኣብኣ ኺነብሩ ኢሉ ዝፈጠሮም ፍጥረታቱ ዜድልዮም ዘበለ ነገራት ፈጢሩሎም እዩ። |
6,143 | tg_am | የሆዋ ኣብ ምድሪ ነቶም ኣብኣ ኺነብሩ ኢሉ ዝፈጠሮም ፍጥረታቱ ዜድልዮም ዘበለ ነገራት ፈጢሩሎም እዩ። | ይሖዋ ምድርን ሲፈጥር በእሷ ላይ እንዲኖሩ ላሰባቸው ሕያዋን ፍጥረታት አስፈላጊ ነገሮችን በሙሉ አብሮ ፈጥሯል። |
6,144 | am_tg | ለሰው ልጆች ውብ የአትክልት ቦታ ያዘጋጀ ሲሆን ለዘላለም መኖር የሚያስችላቸው ፍጹም አእምሮና አካል ሰጥቷቸዋል። | ንደቂ ሰብ፡ ጽብቕቲ ገነትን ፍጹም ኣእምሮን ንዘለኣለም ኪነብር ዚኽእል ሰብነትን ሂብዎም እዩ። |
6,145 | tg_am | ንደቂ ሰብ፡ ጽብቕቲ ገነትን ፍጹም ኣእምሮን ንዘለኣለም ኪነብር ዚኽእል ሰብነትን ሂብዎም እዩ። | ለሰው ልጆች ውብ የአትክልት ቦታ ያዘጋጀ ሲሆን ለዘላለም መኖር የሚያስችላቸው ፍጹም አእምሮና አካል ሰጥቷቸዋል። |
6,146 | am_tg | በተጨማሪም ሕይወት ላለው ሁሉ ምግብ ይሰጣል፤ ታማኝ ፍቅሩ ለዘላለም ጸንቶ ይኖራልና። | ብዘይካዚ፡ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡ ንዅሉ ህያው ይምግብ እዩ። |
6,147 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡ ንዅሉ ህያው ይምግብ እዩ። | በተጨማሪም ሕይወት ላለው ሁሉ ምግብ ይሰጣል፤ ታማኝ ፍቅሩ ለዘላለም ጸንቶ ይኖራልና። |
6,148 | am_tg | ንጉሣችን በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች የመንግሥቱን መልእክት እንዲቀበሉ ልባቸውን ለማዘጋጀት የሚረዱ የተለያዩ መሣሪያዎችን ባለፉት ዓመታት ሰጥቶናል። | ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ንጉስና ልቢ ሚልዮናት መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዚቕበል ጌርና ንኸነዳልዎ ዚሕግዝና እተፈላለየ ናውቲ ሂቡና እዩ። |
6,149 | tg_am | ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ንጉስና ልቢ ሚልዮናት መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዚቕበል ጌርና ንኸነዳልዎ ዚሕግዝና እተፈላለየ ናውቲ ሂቡና እዩ። | ንጉሣችን በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች የመንግሥቱን መልእክት እንዲቀበሉ ልባቸውን ለማዘጋጀት የሚረዱ የተለያዩ መሣሪያዎችን ባለፉት ዓመታት ሰጥቶናል። |
6,150 | am_tg | ከእነዚህ መሣሪያዎች አንዳንዶቹ ያገለገሉት ለተወሰኑ አሥርተ ዓመታት ሲሆን አንዳንዶቹ ግን አሁንም ጠቃሚ አስተዋጽኦ እያበረከቱ ነው። | ገሊኡ ናውቲ ንዓሰርተ ዓመት ወይ ካብኡ ንዚዛይድ እዋን ጠቓሚ ዀይኑ ጸኒሑ እዩ፣ ገሊኡ ድማ፡ ግዜ ዘይሓልፎ እዩ። |
6,151 | tg_am | ገሊኡ ናውቲ ንዓሰርተ ዓመት ወይ ካብኡ ንዚዛይድ እዋን ጠቓሚ ዀይኑ ጸኒሑ እዩ፣ ገሊኡ ድማ፡ ግዜ ዘይሓልፎ እዩ። | ከእነዚህ መሣሪያዎች አንዳንዶቹ ያገለገሉት ለተወሰኑ አሥርተ ዓመታት ሲሆን አንዳንዶቹ ግን አሁንም ጠቃሚ አስተዋጽኦ እያበረከቱ ነው። |
6,152 | am_tg | ይሁንና ሁሉም መሣሪያዎች ከወንጌላዊነቱ ሥራችን ጋር በተያያዘ በተለያየ መንገድ ችሎታችንን እንድናዳብር ረድተውናል። | ኰይኑ ግና፡ ኵሉ እዚ ናውቲ እዚ፡ ብእተፈላለየ መገዲ ኽእለትና ኸነመሓይሽ ሓጊዙና እዩ። |
6,153 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ኵሉ እዚ ናውቲ እዚ፡ ብእተፈላለየ መገዲ ኽእለትና ኸነመሓይሽ ሓጊዙና እዩ። | ይሁንና ሁሉም መሣሪያዎች ከወንጌላዊነቱ ሥራችን ጋር በተያያዘ በተለያየ መንገድ ችሎታችንን እንድናዳብር ረድተውናል። |
6,154 | am_tg | ብዙዎች አገልግሎት እንዲጀምሩ የረዳቸው አንዱ መሣሪያ የምሥክርነት መስጫ ካርድ ሲሆን የመንግሥቱ አስፋፊዎች ይህን መሣሪያ መጠቀም የጀመሩት በ1933 ነው። | ንብዙሓት ኣገልግሎት ኪጅምሩ ዝሓገዘቶም ንዋት፡ እታ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ 1933 ኣትሒዞም ዚጥቀሙላ ዝነበሩ፡ ካርድ ምስክርነት እትብሃል ካርድ እያ። |
6,155 | tg_am | ንብዙሓት ኣገልግሎት ኪጅምሩ ዝሓገዘቶም ንዋት፡ እታ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ 1933 ኣትሒዞም ዚጥቀሙላ ዝነበሩ፡ ካርድ ምስክርነት እትብሃል ካርድ እያ። | ብዙዎች አገልግሎት እንዲጀምሩ የረዳቸው አንዱ መሣሪያ የምሥክርነት መስጫ ካርድ ሲሆን የመንግሥቱ አስፋፊዎች ይህን መሣሪያ መጠቀም የጀመሩት በ1933 ነው። |
6,156 | am_tg | ካርዱ አጠር ያለ የመጽሐፍ ቅዱስ መልእክት የያዘ ነበር። | እታ ካርድ ሓጺር መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ትሕዝ ነበረት። |
6,157 | tg_am | እታ ካርድ ሓጺር መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ትሕዝ ነበረት። | ካርዱ አጠር ያለ የመጽሐፍ ቅዱስ መልእክት የያዘ ነበር። |
6,158 | am_tg | የምሥክርነት መስጫ ካርድ ብዙ ጥቅሞች ነበሩት። | ካርድ ምስክርነት ብእተፈላለየ መገዲ ጠቓሚት እያ ነይራ። |
6,159 | tg_am | ካርድ ምስክርነት ብእተፈላለየ መገዲ ጠቓሚት እያ ነይራ። | የምሥክርነት መስጫ ካርድ ብዙ ጥቅሞች ነበሩት። |
6,160 | am_tg | አንዳንድ አስፋፊዎች በስብከቱ ሥራ የመካፈል ከፍተኛ ፍላጎት ቢኖራቸውም ዓይናፋር ነበሩ፤ ምን ብለው መናገር እንዳለባቸው አያውቁም። | ገሊኦም ኣስፋሕቲ ኣብ ዕዮ ስብከት ኪካፈሉ ሓያል ባህጊ እኳ እንተ ነበሮም፡ ሓፋራትን እንታይ ከም ዚብሉ ዘይፈልጡን እዮም ነይሮም። |
6,161 | tg_am | ገሊኦም ኣስፋሕቲ ኣብ ዕዮ ስብከት ኪካፈሉ ሓያል ባህጊ እኳ እንተ ነበሮም፡ ሓፋራትን እንታይ ከም ዚብሉ ዘይፈልጡን እዮም ነይሮም። | አንዳንድ አስፋፊዎች በስብከቱ ሥራ የመካፈል ከፍተኛ ፍላጎት ቢኖራቸውም ዓይናፋር ነበሩ፤ ምን ብለው መናገር እንዳለባቸው አያውቁም። |
6,162 | am_tg | ሌሎች ደግሞ የሚያውቁትን ሁሉ በጥቂት ደቂቃዎች ውስጥ ለቤቱ ባለቤት መናገር ይችላሉ፤ ሆኖም አንዳንድ ጊዜ ዘዴኛነት ይጎድላቸው ነበር! የምሥክርነት መስጫ ካርዶች ግን በሚገባ የተመረጡ ጥቂት ቃላትን ስለሚጠቀሙ ለአስፋፊዎቹ እንደ አንደበት ሆነውላቸዋል። | ካልኦት ከኣ ነቲ ብዓል ቤት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ኵሉ እቲ ዚፈልጥዎ ይነግርዎ ነበሩ፣ እቲ መእተዊኦም ድማ ኵሉ ሳዕ ብሜላ ኣይነበረን! እታ ካርድ ምስክርነት ግና፡ ብሒደት ምሩጻት ቃላት፡ ኣብ ክንዲ እቲ ኣስፋሒ ትዛረብ ነበረት። |
6,163 | tg_am | ካልኦት ከኣ ነቲ ብዓል ቤት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ኵሉ እቲ ዚፈልጥዎ ይነግርዎ ነበሩ፣ እቲ መእተዊኦም ድማ ኵሉ ሳዕ ብሜላ ኣይነበረን! እታ ካርድ ምስክርነት ግና፡ ብሒደት ምሩጻት ቃላት፡ ኣብ ክንዲ እቲ ኣስፋሒ ትዛረብ ነበረት። | ሌሎች ደግሞ የሚያውቁትን ሁሉ በጥቂት ደቂቃዎች ውስጥ ለቤቱ ባለቤት መናገር ይችላሉ፤ ሆኖም አንዳንድ ጊዜ ዘዴኛነት ይጎድላቸው ነበር! የምሥክርነት መስጫ ካርዶች ግን በሚገባ የተመረጡ ጥቂት ቃላትን ስለሚጠቀሙ ለአስፋፊዎቹ እንደ አንደበት ሆነውላቸዋል። |
6,164 | am_tg | በዛሬው ጊዜ ስለ ይሖዋ የፍጥረት ሥራዎችና ዓላማው እየተፈጸመ ስላለበት መንገድ ሰፊ እውቀት በማግኘት ተባርከናል። | ሎሚ፡ ብዛዕባ ፍጥረት የሆዋን ብዛዕባ እቲ ዕላማኡ ዚፍጽመሉ መገድን ብዙሕ ፍልጠት ስለ ዘሎና፡ ተባሪኽና ኢና። |
6,165 | tg_am | ሎሚ፡ ብዛዕባ ፍጥረት የሆዋን ብዛዕባ እቲ ዕላማኡ ዚፍጽመሉ መገድን ብዙሕ ፍልጠት ስለ ዘሎና፡ ተባሪኽና ኢና። | በዛሬው ጊዜ ስለ ይሖዋ የፍጥረት ሥራዎችና ዓላማው እየተፈጸመ ስላለበት መንገድ ሰፊ እውቀት በማግኘት ተባርከናል። |
6,166 | am_tg | ዓለም ከፍተኛ ትምህርትንና ብዙ መማርን ያበረታታል። | ዓለም፡ ዝለዓለን ብሉጽን ትምህርቲ ኽንመሃር ተተባብዕ እያ። |
6,167 | tg_am | ዓለም፡ ዝለዓለን ብሉጽን ትምህርቲ ኽንመሃር ተተባብዕ እያ። | ዓለም ከፍተኛ ትምህርትንና ብዙ መማርን ያበረታታል። |
6,168 | am_tg | ይሁንና የብዙዎች ተሞክሮ እንደሚያሳየው እንዲህ ዓይነቱን ግብ መከታተል አብዛኛውን ጊዜ አንድ ሰው እምነቱንም ሆነ ለአምላክ ያለውን ፍቅር እንዲያጣ ያደርገዋል። | ይኹን እምበር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ምስዓብ፡ እምነትን ንኣምላኽ ዘሎካ ፍቕርን ከም ዜጥፍእ ብተመክሮ ተራእዩ እዩ። |
6,169 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ምስዓብ፡ እምነትን ንኣምላኽ ዘሎካ ፍቕርን ከም ዜጥፍእ ብተመክሮ ተራእዩ እዩ። | ይሁንና የብዙዎች ተሞክሮ እንደሚያሳየው እንዲህ ዓይነቱን ግብ መከታተል አብዛኛውን ጊዜ አንድ ሰው እምነቱንም ሆነ ለአምላክ ያለውን ፍቅር እንዲያጣ ያደርገዋል። |
6,170 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ ግን እውቀትን እንድንወድ ብቻ ሳይሆን ጥበብና ማስተዋልም እንዲኖረን ያበረታታናል። | መጽሓፍ ቅዱስ ግና፡ ፍልጠት ክንፈቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ጥበብን ኣእምሮን ከነጥሪ እውን የተባብዓና እዩ። |
6,171 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ግና፡ ፍልጠት ክንፈቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ጥበብን ኣእምሮን ከነጥሪ እውን የተባብዓና እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ ግን እውቀትን እንድንወድ ብቻ ሳይሆን ጥበብና ማስተዋልም እንዲኖረን ያበረታታናል። |
6,172 | am_tg | ይህም አምላክ የሰጠንን እውቀት ተግባራዊ በማድረግ ራሳችንንም ሆነ ሌሎችን መጥቀም የምንችልበትን መንገድ ማስተዋል እንደሚገባን ያሳያል። | እዚ ኸኣ፡ ንርእስናን ንኻልኦትን ምእንቲ ኽንጠቅም፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና ፍልጠት ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ምምሃር ማለት እዩ። |
6,173 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ ንርእስናን ንኻልኦትን ምእንቲ ኽንጠቅም፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና ፍልጠት ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ምምሃር ማለት እዩ። | ይህም አምላክ የሰጠንን እውቀት ተግባራዊ በማድረግ ራሳችንንም ሆነ ሌሎችን መጥቀም የምንችልበትን መንገድ ማስተዋል እንደሚገባን ያሳያል። |
6,174 | am_tg | የአምላክ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎች እንዲድኑና የእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው። | ኣምላኽ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ። |
6,175 | tg_am | ኣምላኽ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ። | የአምላክ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎች እንዲድኑና የእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው። |
6,176 | am_tg | ለሰዎች ሁሉ የመንግሥቱን ምሥራች ለመንገርና ሰዎች አምላክ ለሰው ዘር ያለውን ታላቅ ዓላማ እንዲያውቁ ለመርዳት ልባዊ ጥረት ስናደርግ ይሖዋን እንደምንወደው እናሳያለን። | ብምሉእ ልብና ብዛዕባ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንኻልኦት ብምንጋርን ሰባት ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዓብዪ ዕላማ ኺርድኡ ብምሕጋዝን እታ ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ ንኽእል ኢና። |
6,177 | tg_am | ብምሉእ ልብና ብዛዕባ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንኻልኦት ብምንጋርን ሰባት ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዓብዪ ዕላማ ኺርድኡ ብምሕጋዝን እታ ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ ንኽእል ኢና። | ለሰዎች ሁሉ የመንግሥቱን ምሥራች ለመንገርና ሰዎች አምላክ ለሰው ዘር ያለውን ታላቅ ዓላማ እንዲያውቁ ለመርዳት ልባዊ ጥረት ስናደርግ ይሖዋን እንደምንወደው እናሳያለን። |
6,178 | am_tg | የሰዎች ቋንቋ የመማር ችሎታ ከአምላክ የተገኘ ተአምራዊ ስጦታ ነው። | ደቂ ሰብ ዘለዎም ናይ ቋንቋ ኽእለት ካብ ኣምላኽ ዝረኸብዎ ተኣምራዊ ውህበት እዩ። |
6,179 | tg_am | ደቂ ሰብ ዘለዎም ናይ ቋንቋ ኽእለት ካብ ኣምላኽ ዝረኸብዎ ተኣምራዊ ውህበት እዩ። | የሰዎች ቋንቋ የመማር ችሎታ ከአምላክ የተገኘ ተአምራዊ ስጦታ ነው። |
6,180 | am_tg | አምላክ የሰጠን አእምሮ ከሌላም አቅጣጫ ሲታይ በጣም ጠቃሚ የሆነ ስጦታ ነው። | እቲ ኣምላኽ ዝሃበና ኣእምሮ ብኻልእ መገዲ እውን ፍሉይ እዩ። |
6,181 | tg_am | እቲ ኣምላኽ ዝሃበና ኣእምሮ ብኻልእ መገዲ እውን ፍሉይ እዩ። | አምላክ የሰጠን አእምሮ ከሌላም አቅጣጫ ሲታይ በጣም ጠቃሚ የሆነ ስጦታ ነው። |
6,182 | am_tg | ከእንስሳት በተለየ ሰዎች የተፈጠሩት በአምላክ መልክ ነው። | ሰባት ከም እንስሳታት ዘይኰኑስ፡ ብመልክዕ ኣምላኽ እዮም ተፈጢሮም። |
6,183 | tg_am | ሰባት ከም እንስሳታት ዘይኰኑስ፡ ብመልክዕ ኣምላኽ እዮም ተፈጢሮም። | ከእንስሳት በተለየ ሰዎች የተፈጠሩት በአምላክ መልክ ነው። |
6,184 | am_tg | ሰዎች ነፃ ምርጫ ስላላቸው የቋንቋ ችሎታቸውን ተጠቅመው አምላክን ማወደስ ይችላሉ። | ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣለዎም፣ ነቲ ናይ ቋንቋ ኽእለቶም ከኣ ንውዳሰ ኣምላኽ ንኺጥቀሙሉ ኺመርጹ ይኽእሉ እዮም። |
6,185 | tg_am | ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣለዎም፣ ነቲ ናይ ቋንቋ ኽእለቶም ከኣ ንውዳሰ ኣምላኽ ንኺጥቀሙሉ ኺመርጹ ይኽእሉ እዮም። | ሰዎች ነፃ ምርጫ ስላላቸው የቋንቋ ችሎታቸውን ተጠቅመው አምላክን ማወደስ ይችላሉ። |
6,186 | am_tg | ቋንቋን የፈጠረው አምላክ እሱን ማክበር ለሚፈልጉ ሰዎች ሁሉ ግሩም የሆነ ስጦታ ይኸውም መጽሐፍ ቅዱስን ሰጥቷቸዋል። | ኣምላኽ ንዅሎም እቶም ንፈጣሪ ቛንቋ ኬኽብሩ ባህጊ ዘለዎም ዘበሉ፡ እቲ ዜደንቕ ውህበት ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ሂብዎም እዩ። |
6,187 | tg_am | ኣምላኽ ንዅሎም እቶም ንፈጣሪ ቛንቋ ኬኽብሩ ባህጊ ዘለዎም ዘበሉ፡ እቲ ዜደንቕ ውህበት ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ሂብዎም እዩ። | ቋንቋን የፈጠረው አምላክ እሱን ማክበር ለሚፈልጉ ሰዎች ሁሉ ግሩም የሆነ ስጦታ ይኸውም መጽሐፍ ቅዱስን ሰጥቷቸዋል። |
6,188 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ በከፊልም ሆነ በሙሉ ከ2,800 በሚበልጡ ቋንቋዎች ይገኛል። | እዚ ኸኣ፡ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ብልዕሊ 2,800 ቋንቋ ይርከብ። |
6,189 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ብልዕሊ 2,800 ቋንቋ ይርከብ። | መጽሐፍ ቅዱስ በከፊልም ሆነ በሙሉ ከ2,800 በሚበልጡ ቋንቋዎች ይገኛል። |
6,190 | am_tg | በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የሰፈረውን ሐሳብ ስታነብ የአምላክ ዓይነት አስተሳሰብ ይኖርሃል። | ነዚ ቕዱሳት ጽሑፋት እዚ ምስ እተንብቦ፡ ንኣእምሮኻ ብሓሳባት ኣምላኽ ኢኻ እትመልኦ። |
6,191 | tg_am | ነዚ ቕዱሳት ጽሑፋት እዚ ምስ እተንብቦ፡ ንኣእምሮኻ ብሓሳባት ኣምላኽ ኢኻ እትመልኦ። | በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የሰፈረውን ሐሳብ ስታነብ የአምላክ ዓይነት አስተሳሰብ ይኖርሃል። |
6,192 | am_tg | በዚህ መንገድ ለመዳን የሚያበቃ ጥበብ እንድታገኝ በሚያስችሉህ ነገሮች ላይ ማሰላሰል ትችላለህ። | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ብዛዕባ እቲ ንድሕነት ዜለብመካ ነገራት ከተስተንትን ትኽእል ኢኻ። |
6,193 | tg_am | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ብዛዕባ እቲ ንድሕነት ዜለብመካ ነገራት ከተስተንትን ትኽእል ኢኻ። | በዚህ መንገድ ለመዳን የሚያበቃ ጥበብ እንድታገኝ በሚያስችሉህ ነገሮች ላይ ማሰላሰል ትችላለህ። |
6,194 | am_tg | ማሰላሰል ሲባል አእምሮ በአንድ ነገር ላይ እንዲያተኩር ማድረግ ይኸውም በአንድ ጉዳይ ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ሊሆን ይችላል ማውጠንጠን ወይም በተመስጦ ማሰብ ማለት ነው። | ምስትንታን ኪብሃል ከሎ፡ ጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ብዘየገድስ፡ ሓሳባትካ ኣብ ሓደ ነገር ምትኳርን ብዛዕባኡ ምሕሳብን ማለት እዩ። |
6,195 | tg_am | ምስትንታን ኪብሃል ከሎ፡ ጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ብዘየገድስ፡ ሓሳባትካ ኣብ ሓደ ነገር ምትኳርን ብዛዕባኡ ምሕሳብን ማለት እዩ። | ማሰላሰል ሲባል አእምሮ በአንድ ነገር ላይ እንዲያተኩር ማድረግ ይኸውም በአንድ ጉዳይ ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ሊሆን ይችላል ማውጠንጠን ወይም በተመስጦ ማሰብ ማለት ነው። |
6,196 | am_tg | ከምንም ነገር በላይ የሚጠቅመን ስለ ይሖዋና ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ማሰላሰል ነው። | ክልተ ኻብቲ ኸነስተንትነሉ እንኽእል ብሉጽ ዛዕባታት፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽን ብዛዕባ ወዱ የሱስ ክርስቶስን እዩ። |
6,197 | tg_am | ክልተ ኻብቲ ኸነስተንትነሉ እንኽእል ብሉጽ ዛዕባታት፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽን ብዛዕባ ወዱ የሱስ ክርስቶስን እዩ። | ከምንም ነገር በላይ የሚጠቅመን ስለ ይሖዋና ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ማሰላሰል ነው። |
6,198 | am_tg | በክርስቶስ ሞት መታሰቢያ በዓል ላይ ከቂጣውና ከወይን ጠጁ የሚወስዱ ሰዎች ቁጥር ለበርካታ አሥርተ ዓመታት እየቀነሰ ሲሄድ ተመልክተናል። | ኣብ ቀረባ ዓመታት፡ ቍጽሪ እቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ ሞት የሱስ ካብቲ ቕጫን ወይንን ዚወስዱ ሰባት ኪውስኽ ርኢና ኢና። |
6,199 | tg_am | ኣብ ቀረባ ዓመታት፡ ቍጽሪ እቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ ሞት የሱስ ካብቲ ቕጫን ወይንን ዚወስዱ ሰባት ኪውስኽ ርኢና ኢና። | በክርስቶስ ሞት መታሰቢያ በዓል ላይ ከቂጣውና ከወይን ጠጁ የሚወስዱ ሰዎች ቁጥር ለበርካታ አሥርተ ዓመታት እየቀነሰ ሲሄድ ተመልክተናል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.