Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,900
am_tg
ከዚህም ሌላ ጸሐፊዎቹ ራሳቸውም ሆኑ ሌሎች የአምላክ አገልጋዮች የፈጸሟቸውን ስህተቶች ሳይሸሽጉ ዘግበዋል።
ጕድለታት ገዛእ ርእሶምን ጕድለታት ካልኦት ገላዉ ኣምላኽን እውን ብንጹር ገሊጾም እዮም።
5,901
tg_am

5,902
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ ለሕይወት ጠቃሚ የሆኑ መመሪያዎችን የያዘ በመሆኑ፣ ብዙዎች ይህ መጽሐፍ በአምላክ መንፈስ መሪነት የተጻፈ መሆኑን እንዲያምኑ አድርጓቸዋል።
ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ስርዓታት ምስ ረኣዩ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ ከም እተጻሕፈ ኣሚኖም እዮም።
5,903

5,904
am_tg
የመጽሐፍ ቅዱስን መመሪያዎች ተግባራዊ ማድረጋችን በሐሰት አምልኮ እንዳንካፈል የጠበቀን ከመሆኑም ሌላ ብዙዎችን ባሪያ ካደረጉት አጉል እምነቶች ነፃ አውጥቶናል።
ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ካብቲ ንብዙሓት ሰባት ባሮት ዝገበረ ናይ ሓሶት ኣምልኾን ማሪታዊ እምነትን ሓራ ይገብረና እዩ።
5,905

5,906
am_tg
እንደ ዝግመተ ለውጥ ያሉ ትምህርቶች ለይሖዋ ብቻ የሚገባውን የአምላክነት ቦታ ለፍጥረት እንዲሰጥ አድርገዋል።
ትምህርቲ ፍልቀት ንተፈጥሮ ኸም ኣምላኽ እዩ ዚገብሮ፣ ከም ናይ የሆዋ ዓይነት ሓይሊ ኸም ዘለዎ ገይሩ እውን እዩ ዚገልጾ።
5,907

5,908
am_tg
አምላክ የለም የሚሉ ሰዎች የወደፊት ሕልውናችን ሙሉ በሙሉ በሰው ልጆች እጅ እንደሆነ ይሰማቸዋል።
እቶም ኣምላኽ የልቦን ዚብሉ ሰባት፡ መጻኢና ምሉእ ብምሉእ ኣብ ኢድና ኸም ዘሎ እዮም ዚኣምኑ።
5,909

5,910
am_tg
ይሁንና የተሻለ የወደፊት ሕይወት እንደሚኖረን እርግጠኛ የሆነ ተስፋ ሊሰጡን አይችሉም።
ዝሓሸ መጻኢ ኸም ዚህሉ ግና፡ ርግጽ ተስፋ ኣይህቡን እዮም።
5,911

5,912
am_tg
አምላክ ለእስራኤላውያን የሰጣቸው ሕግ አንድ ግለሰብ ወንድ ይሁን ሴት ለመለየት የሚያስቸግር አለባበስን ይሖዋ አጥብቆ እንደሚጠላ በግልጽ ያሳያል፤ በዛሬው ጊዜ ይህ ዓይነቱ አለባበስ ፋሽን እየሆነ መጥቷል።
እቲ ኣምላኽ ንእስራኤላውያን ዝሃቦም ሕጊ፡ የሆዋ ነቲ ኣብ መንጎ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብንጹር ዘይፈላሊ ዓይነት ኣከዳድና ኸም ዚጸልእ ገሊጹ እዩ፣ ኣብዚ ግዜና ኸምኡ ዓይነት ቅዲ ኣሎ።
5,913

5,914
am_tg
አምላክ አለባበስን በተመለከተ ከሰጠው መመሪያ በግልጽ መመልከት እንደሚቻለው ወንዶች ሴት እንዲመስሉ፣ ሴቶች ደግሞ ወንድ እንዲመስሉ አሊያም በሁለቱ ፆታዎች መካከል ያለውን ልዩነት ማወቅ አዳጋች እንዲሆን የሚያደርጉ አለባበሶችን አምላክ ይጠላል።
ካብቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ኣከዳድና ዝሃቦ መምርሒ፡ ንደቂ ተባዕትዮ ኸም ደቂ ኣንስትዮ ዜምስሎም፡ ንደቂ ኣንስትዮ ድማ ከም ደቂ ተባዕትዮ ዜምስለን፡ ወይ ኣብ መንጎ ሰብኡትን ኣንስትን ዘሎ ፍልልይ ዘይንጹር ዚገብር ኣከዳድና ኸም ዘይፈቱ ብንጹር ክንርኢ ንኽእል ኢና።
5,915

5,916
am_tg
የአምላክ ቃል፣ ክርስቲያኖች ከአለባበስ ጋር በተያያዘ ጥሩ ውሳኔ እንዲያደርጉ የሚረዷቸው መሠረታዊ ሥርዓቶችን ይዟል።
ኣብ ቃል ኣምላኽ፡ ንክርስትያናት ብዛዕባ ኣከዳድና ጽቡቕ ውሳነታት ኪገብሩ ዚሕግዞም ስርዓታት ኣሎ።
5,917

5,918
am_tg
ክርስቲያኖች የሚኖሩበት ቦታ፣ ባሕላቸው ወይም የአየሩ ሁኔታ ምንም ይሁን ምን እነዚህን መሠረታዊ ሥርዓቶች ተግባራዊ ማድረግ ይጠበቅባቸዋል።
ዚነብሩሉ ዓዲ፡ ባህሊ፡ ወይ ክሊማ ብዘየገድስ፡ እዚ ስርዓታት እዚ ኺሕግዞም ይኽእል እዩ።
5,919

5,920
am_tg
የትኛው አለባበስ ተቀባይነት እንዳለውና የትኛው ደግሞ ተገቢ እንዳልሆነ የሚገልጽ ዝርዝር መመሪያ አያስፈልገንም።
ኣየናይ ቅዲ ኽዳውንቲ ቕቡል፡ ኣየናይ ድማ ዘይቅቡል ምዃኑ ንምውሳን፡ ዝርዝር መምርሒ ኣየድልየናን እዩ።
5,921

5,922
am_tg
በቅዱስ ጽሑፋዊ መሠረታዊ ሥርዓቶች የምንመራ ሲሆን እነዚህ መሠረታዊ ሥርዓቶች ምንም ዓይነት የግል ምርጫ እንዳይኖረን የሚከለክሉ አይደሉም።
የግዳስ፡ ንብሕታዊ ምርጫና እተወሰነ ቦታ ዚፈቅድ ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታት ኢና እንስዕብ።
5,923

5,924
am_tg
ይሖዋ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት እኛን ለማበርታት ችሎታውም ሆነ ፍላጎቱ አለው።
የሆዋ ብመንፈሱ ኣቢሉ ብርታዐ ኺህበና ይኽእል እዩ፣ ኪህበና ድማ ይደሊ እዩ።
5,925

5,926
am_tg
በመሆኑም ሰይጣንና ይህ ክፉ ሥርዓት የሚያመጡብንን ማንኛውንም ፈተና መቋቋም እንድንችል ይሖዋ መንፈሱን እንዲሰጠን መጠየቃችን ወሳኝ ነገር ነው።
ስለዚ፡ ነቲ ኻብ ሰይጣንን እዚ እኩይ ስርዓቱን ዚመጸና ብድሆታት ምእንቲ ኽንምክቶ ነቲ መንፈስ እቲ ኽንጥቀመሉ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
5,927

5,928
am_tg
በተጨማሪም በአምላክ ቅዱስ መንፈስ መሪነት የተጻፈው ቃሉ ስላለን እጅግ አመስጋኞች ነን።
ብዘይካዚ፡ እቲ ውጽኢት መንፈስ ቅዱስ ዝዀነ ቓል ኣምላኽ ስለ ዘሎና እውን ከነማሱ ንኽእል ኢና።
5,929

5,930
am_tg
እስቲ በየወሩ ስለምናገኘው በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተ መንፈሳዊ ምግብም አስቡ።
ብዛዕባ እቲ ኣብ ወወርሒ እንረኽቦ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ መንፈሳዊ ምግቢ እውን ንሕሰብ።
5,931

5,932
am_tg
ላይ የሚገኘው ትንቢት የተነገረው በኢየሩሳሌም የነበረው ቤተ መቅደስ በድጋሚ በሚገነባበት ወቅት ነው፤ በዚህ ጥቅስ ላይ የሚገኘው ማበረታቻ ለእኛም በጣም ጠቃሚ ነው።
እተን ኣብ ዘለዋ ቓላት፡ ቤት መቕደስ የሩሳሌም ክትህነጽ ከላ እየን ተዘሪበን፣ ኣባና ድማ ኣጸቢቐን ይዓይያ እየን።
5,933

5,934
am_tg
ከዚህም ሌላ በጉባኤ ስብሰባዎችና በትላልቅ ስብሰባዎች እንዲሁም በቲኦክራሲያዊ ትምህርት ቤቶች አማካኝነት ከሚሰጠን ትምህርት ብርታት እናገኛለን።
ብተወሳኺ፡ በቲ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታትን ኣብ ኣኼባታት ወረዳን ኣብ ኣኼባታት ዞባን ኣብ ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርትን ዚውሃበና መለኮታዊ ትምህርቲ እውን የበርትዓና እዩ።
5,935

5,936
am_tg
የምናገኘው ሥልጠና መንፈሳዊ ግቦች እንድናወጣ እንዲሁም ያሉብንን በርካታ ክርስቲያናዊ ኃላፊነቶች እንድንፈጽም ያነሳሳናል።
እቲ ዚውሃበና ስልጠና ቕኑዕ ድራኸ ኺህልወናን መንፈሳዊ ሸቶታት ከነውጽእን ንእተፈላለየ ክርስትያናዊ ሓላፍነትና ኽንፍጽምን ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።
5,937

5,938
am_tg
ወጣቶች በይሖዋ አገልግሎት ብዙ ነገር ለማከናወን የሚያስችል ጉልበት አላቸው።
መንእሰያት ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ብዙሕ ኪዓምሙ ዜኽእሎም ብርታዐ ኣለዎም።
5,939

5,940
am_tg
በቤቴል የሚያገለግሉ አንዳንድ ወጣቶች፣ መጽሐፍ ቅዱሶችንና መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎችን በማተሙና በመጠረዙ ሥራ ይካፈላሉ።
ገሊኦም ኣብ ቤት-ኤል ዜገልግሉ መንእሰያት ኣሕዋት፡ መጽሓፍ ቅዱስን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋትን ኣብ ምሕታምን ምጥራዝን እዮም ዚዓይዩ።
5,941

5,942
am_tg
ጥቂት የማይባሉ ወጣት ወንድሞችና እህቶች የመንግሥት አዳራሾችን በመገንባትና በማደስ ሥራ ይሳተፋሉ።
ሓያሎ መንእሰያት ኣሕዋትን ኣሓትን ከኣ፡ ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምህናጽን ኣብ ምክንኻንን ይሕግዙ እዮም።
5,943

5,944
am_tg
የተፈጥሮ አደጋዎች ሲከሰቱ ወጣቶች፣ ተሞክሮ ካላቸው ወንድሞች ጋር በመሆን በአደጋው ለተጎዱ ሰዎች እርዳታ ይሰጣሉ።
ባህርያዊ ሓደጋታት ኬጋጥም ከሎ፡ መንእሰያት ተመክሮ ምስ ዘለዎም ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሓቢሮም ረድኤት ንምሃብ ጻዕርታት ይገብሩ እዮም።
5,945

5,946
am_tg
እንዲሁም በርካታ ወጣት አቅኚዎች ምሥራቹን ለመስበክ ሲሉ ሌላ ቋንቋ ይማራሉ፤ ወይም ወደ ሌላ አካባቢ ተዛውረው ያገለግላሉ።
ብዙሓት መንእሰያት ፈለምቲ ድማ፡ ንደቀባትን ቋንቋ ወጻኢ ንዚዛረቡ ማሕበረሰብን ብስራት የበስሩ ኣለዉ።
5,947

5,948
am_tg
መዝሙራዊው ይሖዋን የሚሹ መልካም ነገር አይጎድልባቸውም ሲል ዘምሯል።
ሓደ ዘማሪ፡ እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን ኢሉ ዘሚሩ እዩ።
5,949

5,950
am_tg
በእርግጥም ይሖዋ በቅንዓት የሚያገለግሉትን ፈጽሞ አያሳፍራቸውም።
እወ፡ የሆዋ ነቶም ብቕንኣት ዜገልግልዎ ፈጺሙ ኣየሕፍሮምን እዩ።
5,951

5,952
am_tg
በይሖዋ አገልግሎት የቻልነውን ሁሉ ስናደርግ በግለሰብ ደረጃ፣ ይሖዋ ጥሩ መሆኑን ቀምሰን ማየት እንችላለን።
ኵላትና ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዚከኣለና ዘበለ ኽንገብር ከለና፡ የሆዋ ሕያዋይ ምዃኑ ጥዒምናን ርኢናን ኢና።
5,953

5,954
am_tg
አምላክን በሙሉ ነፍሳችን ማገልገላችን ተወዳዳሪ የሌለው ደስታ ያስገኝልናል።
ብምሉእ ነፍስና ንኣምላኽ ከነገልግል ከለና ድማ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ሓጐስ ንረክብ ኢና።
5,955

5,956
am_tg
አንድ ሰው በፆታ ብልግና ምክንያት ካልሆነ በስተቀር ሕጋዊ ፍቺ ቢፈጽምም እንኳ ሌላ ሰው ለማግባት ነፃ አይሆንም።
ሓደ ሰብ ብዘይ ምኽንያት ምንዝርና ብሕጊ ምስ ዚፋታሕ፡ ኪምርዖ ናጻ ኣይኰነን።
5,957

5,958
am_tg
እርግጥ ነው፣ ሆሴዕ የፆታ ብልግና የፈጸመችውን ሚስቱን ጎሜርን ይቅር እንዳላት ሁሉ ክህደት የተፈጸመበት አንድ ባለትዳርም ንስሐ የገባውን የትዳር ጓደኛውን ይቅር ለማለት ሊመርጥ ይችላል።
ልክዕ እዩ፡ ከምቲ ነብዪ ሆሴእ ነታ ዝመንዘረት ሰበይቱ ጎሜር ይቕረ ዝበለላ፡ ሓደ ሰብ እውን ንዝዘመወ መጻምድቱ ይቕረ ኺብል ይኽእል እዩ።
5,959

5,960
am_tg
በመንፈሳዊ ሁኔታ ምንዝር የፈጸሙት እስራኤላውያን ንስሐ ሲገቡ ይሖዋ ምሕረት አድርጎላቸዋል።
የሆዋ እውን ብተመሳሳሊ፡ እስራኤል ብመንፈሳዊ መዳይ ምስ ዘመወት እሞ ምስ ተነስሐት፡ ምሒርዋ እዩ።
5,961

5,962
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ አንድ ባለትዳር፣ የትዳር ጓደኛው ምንዝር እንደፈጸመ ካወቀ በኋላም ከእሱ ጋር የፆታ ግንኙነት መፈጸሙን ቢቀጥል እንዲህ ማድረጉ ለበዳዩ ይቅርታ እንዳደረገለት ስለሚቆጠር ከዚያ በኋላ ፍቺ ለመፈጸም የሚያስችል ቅዱስ ጽሑፋዊ መሠረት አይኖረውም።
ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ሓደ ሰብ፡ መጻምድቱ ኸም ዝዘምወ ምስ ፈለጠ፡ ምስቲ ዝኣበሰ መጻምድቲ ጾታዊ ርክብ ክገብር ፍቓደኛ እንተ ዀይኑ፡ በዚ ተግባሩ እዚ ይቕረ ኸም ዝበሎ ጌርካ ኸም ዚቝጸር፡ ድሕርዚ ድማ ንፍትሕ ቅዱስ ጽሑፋዊ ምኽንያት ከም ዘይህልዎ ኺፍለጥ ይግባእ።
5,963

5,964
am_tg
ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ከተናገረ በኋላ ነጠላ ሆነው ለመኖር ስጦታው ያላቸው ሰዎች እንዳሉ ገልጿል።
የሱስ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድሕሪ ምትንባሁ፡ ብዛዕባ እቶም ከይተመርዓዉ ኺነብሩ እተዋህቦም ተዛረበ።
5,965

5,966
am_tg
አክሎም ይህን ሊቀበለው የሚችል ይቀበለው በማለት ተናግሯል።
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን፡ ኪቕበሎ ዚኽእል ይቀበሎ በለ።
5,967
tg_am
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን፡ ኪቕበሎ ዚኽእል ይቀበሎ በለ።
አክሎም ይህን ሊቀበለው የሚችል ይቀበለው በማለት ተናግሯል።
5,968
am_tg
ብዙዎች፣ ሐሳባቸው ሳይከፋፈል ይሖዋን ለማገልገል ሲሉ ነጠላ ሆነው ለመኖር መርጠዋል።
ብዙሓት ክርስትያናት ንየሆዋ ብዘይተኸፋፈለ ኣእምሮ ኼገልግልዎ ስለ ዝደለዩ፡ ከይተመርዓዉ ምንባር ሓርዮም ኣለዉ።
5,969

5,970
am_tg
እንዲህ በማድረጋቸውም አድናቆት ሊቸራቸው ይገባል።
ከምኡ ብምግባሮም፡ ኪንኣዱ ይግብኦም።
5,971
tg_am
ከምኡ ብምግባሮም፡ ኪንኣዱ ይግብኦም።
እንዲህ በማድረጋቸውም አድናቆት ሊቸራቸው ይገባል።
5,972
am_tg
የይሖዋ ጸጋ ብዙ በረከቶች የሚያስገኝልን ቢሆንም ይሖዋ የፈለግነውን ብናደርግ በቸልታ እንደሚያልፈን አድርገን ማሰብ አይኖርብንም።
ካብ የሆዋ ዝረኸብናዮ ጸጋ ብዙሕ በረኸት ዜምጽኣልና እኳ እንተ ዀነ፡ የሆዋ ንዅሉ ዓይነት ኣካይዳ ዕሽሽ ከም ዚብሎ ጌርና ኽንሓስብ የብልናን።
5,973

5,974
am_tg
ከጥንቶቹ ክርስቲያኖች መካከል አንዳንዶቹ በአምላክ ጸጋ እያሳበቡ ዓይን ያወጣ ምግባር ይፈጽሙ ነበር።
ካብቶም ቀዳሞት ክርስትያናት፡ ብጸጋ ኣምላኽና ኣመኽንዮም ንውርምና ኺገብሩ ዚፍትኑ ሰባት ነይሮም እዮም።
5,975

5,976
am_tg
እነዚህ ታማኝ ያልሆኑ ክርስቲያኖች፣ ኃጢአት ቢፈጽሙም ይሖዋ ሁልጊዜ ይቅር እንደሚላቸው ያስቡ የነበረ ይመስላል።
እዞም ዘይእሙናት ክርስትያናት እዚኦም፡ ከም ድላዮም ሓጢኣት ኪገብሩ ኸም ዚኽእሉ፡ የሆዋ ድማ ወትሩ ሓጢኣቶም ከም ዚሓድገሎም ሓሲቦም ነይሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም።
5,977

5,978
am_tg
ይባስ ብለው ደግሞ ወንድሞቻቸውም የእነሱን አስጸያፊ አካሄድ እንዲከተሉ ይገፋፉ ነበር።
እቲ ዝኸፍአ ድማ ኣብቲ ንዕቀት ዚንጸባረቐሉ መገድታቶም ምእንቲ ኺሓብርዎም፡ ንኻልኦት ኣሕዋት ኪሓብልዎም ጽዒሮም እዮም።
5,979

5,980
am_tg
ዛሬም ቢሆን እንዲህ የሚያደርግ ማንኛውም ሰው የጸጋን መንፈስ በንቀት እያጥላላ ነው።
ሎሚ እውን እንተ ዀነ፡ ከምዚ ንምግባር ዚፍትን ዝዀነ ይኹን ሰብ፡ ንመንፈስ ጸጋ ብንዕቀት የቘጥዕ እዩ።
5,981

5,982
am_tg
በዛሬው ጊዜ ሰይጣን፣ አንዳንድ ክርስቲያኖችን ኃጢአት ቢፈጽሙም አምላክ ምሕረት እንደሚያደርግላቸውና ምንም ቅጣት እንደማይደርስባቸው አድርገው እንዲያስቡ በማድረግ እያታለላቸው ነው።
ሎሚ፡ ገሊኦም ክርስትያናት ብሰይጣን ስለ እተታለሉ፡ ሓጢኣት እንተ ገይሮም የሆዋ ብኡብኡ ዚሓድገሎም ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
5,983

5,984
am_tg
ይሖዋ ንስሐ የሚገቡ ኃጢአተኞችን ይቅር የሚል ቢሆንም እንኳ የኃጢአት ዝንባሌያችንን ለማሸነፍ አጥብቀን እንድንታገል ይጠብቅብናል።
የሆዋ ንእተነስሑ ሓጥኣን ሓጢኣቶም ኪሓድገሎም ፍቓደኛ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ሓጥእ ዝንባለታትና ኽንቃለሶ ይጽበየና እዩ።
5,985

5,986
am_tg
‘ለአምላክ ያደሩ መሆንን የሚያሳዩ ተግባሮች በጉባኤ ውስጥ የምታደርጋቸው እንቅስቃሴዎች ሲሆኑ አዘውትሮ በስብሰባ ላይ መገኘትንና በአገልግሎት መካፈልን ያካትታሉ።
‘ንኣምላኽ ብዘሎካ ተወፋይነት ዚርአ ግብርታት ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎካ ንጥፈታት፡ ማለት ኣብ ኣኼባታት ምእካብን ኣብ ኣገልግሎት ምስታፍን ዜጠቓልል እዩ።
5,987

5,988
am_tg
በግልህ እንደምታቀርበው ጸሎትና የግል ጥናት የመሳሰሉ ሰዎች የማያዩአቸው መንፈሳዊ እንቅስቃሴዎችም በዚህ ውስጥ ይጠቃለላሉ።
ብዘይካዚ፡ ከም ብሕታዊ ጸሎትን ብሕታዊ መጽናዕትን ዝኣመሰለ ኻልኦት ዘይርእይዎ መንፈሳዊ ንጥፈታት እውን የጠቓልል እዩ።
5,989

5,990
am_tg
ራሱን ለይሖዋ የወሰነ ግለሰብ እነዚህን ነገሮች እንደ አድካሚ ሥራ አይመለከታቸውም።
ህይወቱ ንየሆዋ ዝወፈየ ሰብ ነዚ ግብርታት እዚ ኸም ኣጸጋሚ ገይሩ ኣይርእዮን እዩ።
5,991

5,992
am_tg
ከዚህ ይልቅ ንጉሥ ዳዊት የገለጸው የሚከተለው አመለካከት ይኖረዋል፦ አምላኬ ሆይ፣ ፈቃድህን ማድረግ ያስደስተኛል፤ ሕግህም በልቤ ውስጥ ነው።
የግዳስ፡ ከም ናይ ንጉስ ዳዊት ዓይነት ኣረኣእያ እዩ ዜንጸባርቕ፣ ኣብ ሓደ እዋን፡ ዳዊት፡ ኦ ኣምላኽ፡ ፍቓድካ ምግባር ደስ ይብለኒ እዩ፣ ሕግኻ ድማ ኣብ ውሽጠይ እዩ ኢሉ እዩ።
5,993

5,994
am_tg
ራስህን የወሰንክና የተጠመቅክ ክርስቲያን ስትሆን በይሖዋ ፊት የምትቆመው ራስህን ችለህ እንደሆነ አስታውስ።
ርእስኻ ወፊኻ እተጠመቕካ ክርስትያን ምስ ኰንካ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብርእስኻ ደው ከም እትብል ኣይትረስዕ።
5,995

5,996
am_tg
ለእሱ የምታቀርበው አገልግሎት በማንም ላይ ሌላው ቀርቶ በወላጆችህ ላይ የተመካ መሆን የለበትም።
ንዕኡ እተቕርቦ ኣገልግሎት፡ ኣብ ካልኦት ሰባት፡ ዋላ እውን ኣብ ወለድኻ እተመርኰሰ ኪኸውን ኣይግባእን።
5,997

5,998
am_tg
ቅዱስ ሥነ ምግባር መያዝህ እንዲሁም ለአምላክ ያደርክ መሆንህን የሚያሳይ ተግባር መፈጸምህ እውነትን የራስህ እንዳደረግክና ለመጠመቅ ብቃቱን እያሟላህ እንደሆነ ያሳያል።
ቅዱስ ኣነባብራኻን ንኣምላኽ ብዘሎካ ተወፋይነት ዚርአ ግብርታትካን፡ ሓቂ ናትካ ኸም ዝገበርካያ፡ ከምኡ ድማ ናብ ጥምቀት ንምብጻሕ ዕቤት ትገብር ከም ዘለኻ ይሕብር እዩ።
5,999