Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
5,800 | am_tg | ለምሳሌ፣ ሙሴ በአንድ ወቅት ለይሖዋ ክብር ሳይሰጥ ቀርቷል። | ሓደ እዋን፡ ሙሴ ንስም የሆዋ ኣይቀደሰን። |
5,801 | tg_am | ሓደ እዋን፡ ሙሴ ንስም የሆዋ ኣይቀደሰን። | ለምሳሌ፣ ሙሴ በአንድ ወቅት ለይሖዋ ክብር ሳይሰጥ ቀርቷል። |
5,802 | am_tg | ኢያሱ የአምላክን መመሪያ ሳይጠይቅ ከገባኦናውያን ጋር ቃል ኪዳን ገብቷል። | እያሱ ምስ ጊብዖናውያን ኪዳን ቅድሚ ምእታዉ መምርሒ ኣምላኽ ኣየናደየን። |
5,803 | tg_am | እያሱ ምስ ጊብዖናውያን ኪዳን ቅድሚ ምእታዉ መምርሒ ኣምላኽ ኣየናደየን። | ኢያሱ የአምላክን መመሪያ ሳይጠይቅ ከገባኦናውያን ጋር ቃል ኪዳን ገብቷል። |
5,804 | am_tg | ሕዝቅያስም ቢሆን በአንድ ወቅት ልቡ ታብዮ ነበር። | ህዝቅያስ፡ ንሓጺር እዋን እውን ይኹን፡ ልቡ ተዓበየ። |
5,805 | tg_am | ህዝቅያስ፡ ንሓጺር እዋን እውን ይኹን፡ ልቡ ተዓበየ። | ሕዝቅያስም ቢሆን በአንድ ወቅት ልቡ ታብዮ ነበር። |
5,806 | am_tg | እነዚህ ሰዎች ፍጽምና የጎደላቸው ቢሆኑም እንኳ እስራኤላውያን የእነሱን አመራር መከተል ይጠበቅባቸው ነበር። | ይኹን እምበር፡ እዞም ሰባት እዚኦም ዘይፍጹማት እኳ እንተ ነበሩ፡ እስራኤላውያን ንመሪሕነቶም ኪስዕቡ የድልዮም ነበረ። |
5,807 | tg_am | ይኹን እምበር፡ እዞም ሰባት እዚኦም ዘይፍጹማት እኳ እንተ ነበሩ፡ እስራኤላውያን ንመሪሕነቶም ኪስዕቡ የድልዮም ነበረ። | እነዚህ ሰዎች ፍጽምና የጎደላቸው ቢሆኑም እንኳ እስራኤላውያን የእነሱን አመራር መከተል ይጠበቅባቸው ነበር። |
5,808 | am_tg | ይሖዋ፣ በመላእክቱ ተጠቅሞ እነዚህን ሰዎች ደግፏቸዋል። | የሆዋ ነዞም መራሕቲ ብመላእኽቲ ገይሩ ይድግፎም ነይሩ እዩ። |
5,809 | tg_am | የሆዋ ነዞም መራሕቲ ብመላእኽቲ ገይሩ ይድግፎም ነይሩ እዩ። | ይሖዋ፣ በመላእክቱ ተጠቅሞ እነዚህን ሰዎች ደግፏቸዋል። |
5,810 | am_tg | በእርግጥም ሕዝቡን የሚመራው ይሖዋ ነበር። | እወ፡ የሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም ነይሩ እዩ። |
5,811 | tg_am | እወ፡ የሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም ነይሩ እዩ። | በእርግጥም ሕዝቡን የሚመራው ይሖዋ ነበር። |
5,812 | am_tg | ብዙ ሰዎች ልብህ የሚልህን አድርግ ሲሉ ይሰማሉ። | ‘ልብኻ ዚብለካ ግበር ዚብል ልሙድ ኣበሃህላ ኣሎ። |
5,813 | tg_am | ‘ልብኻ ዚብለካ ግበር ዚብል ልሙድ ኣበሃህላ ኣሎ። | ብዙ ሰዎች ልብህ የሚልህን አድርግ ሲሉ ይሰማሉ። |
5,814 | am_tg | እንዲህ ማድረግ ግን አደገኛ ሊሆን ይችላል። | እዚ ግና ሓደገኛ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
5,815 | tg_am | እዚ ግና ሓደገኛ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | እንዲህ ማድረግ ግን አደገኛ ሊሆን ይችላል። |
5,816 | am_tg | ደግሞም ቅዱስ ጽሑፋዊ ድጋፍ የለውም። | ቅዱሳት ጽሑፋት እውን ኣይድግፎን እዩ። |
5,817 | tg_am | ቅዱሳት ጽሑፋት እውን ኣይድግፎን እዩ። | ደግሞም ቅዱስ ጽሑፋዊ ድጋፍ የለውም። |
5,818 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ፣ ፍጹም ያልሆነውን ልባችንን ተከትለን ወይም በስሜት ተገፋፍተን ውሳኔ እንዳናደርግ ያሳስበናል። | መጽሓፍ ቅዱስ፡ በቲ ዘይፍጹም ልብና ወይ ብስምዒት ተደሪኽና ውሳነታት ከይንገብር የጠንቅቐና እዩ። |
5,819 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ፡ በቲ ዘይፍጹም ልብና ወይ ብስምዒት ተደሪኽና ውሳነታት ከይንገብር የጠንቅቐና እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ፣ ፍጹም ያልሆነውን ልባችንን ተከትለን ወይም በስሜት ተገፋፍተን ውሳኔ እንዳናደርግ ያሳስበናል። |
5,820 | am_tg | ልባችን የሚለንን መከተል የሚያመጣውን አስከፊ መዘዝ የሚያሳዩ ዘገባዎች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ሰፍረው እናገኛለን። | ጸብጻባት መጽሓፍ ቅዱስ ድማ፡ ልብኻ ዚብለካ ምግባር ዘለዎ ሳዕቤን ይገልጸልና እዩ። |
5,821 | tg_am | ጸብጻባት መጽሓፍ ቅዱስ ድማ፡ ልብኻ ዚብለካ ምግባር ዘለዎ ሳዕቤን ይገልጸልና እዩ። | ልባችን የሚለንን መከተል የሚያመጣውን አስከፊ መዘዝ የሚያሳዩ ዘገባዎች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ሰፍረው እናገኛለን። |
5,822 | am_tg | ፍጽምና የጎደለን በመሆናችን ልባችንን ማመን አንችልም፤ ምክንያቱም ልብ ከምንም ነገር በላይ ከዳተኛ ነው፤ ማንኛውንም ነገር ከማድረግ አይመለስም። | በቲ ዘይፍጹም ልብና ኽንእመን ግቡእ ዘይኰነሉ ቐንዲ ምኽንያት፡ ልቢ ኻብ ኵሉ ጠላምን ቀባጽን ስለ ዝዀነ እዩ። |
5,823 | tg_am | በቲ ዘይፍጹም ልብና ኽንእመን ግቡእ ዘይኰነሉ ቐንዲ ምኽንያት፡ ልቢ ኻብ ኵሉ ጠላምን ቀባጽን ስለ ዝዀነ እዩ። | ፍጽምና የጎደለን በመሆናችን ልባችንን ማመን አንችልም፤ ምክንያቱም ልብ ከምንም ነገር በላይ ከዳተኛ ነው፤ ማንኛውንም ነገር ከማድረግ አይመለስም። |
5,824 | am_tg | ውሳኔ ስናደርግ ልባችን የሚለንን በመከተል ስሜታችን በአስተሳሰባችንና በድርጊታችን ላይ ተጽዕኖ እንዲያሳድር ብንፈቅድ ውጤቱ ምን ይሆናል? | እሞኸ፡ ልብና ዚብለና ምግባርና ዀነ ስምዒታትና ንኣተሓሳስባናን ንተግባራትናን ኪመርሖ ምፍቃድ እንታይ ሓደጋ ኣለዎ፧ |
5,825 | tg_am | እሞኸ፡ ልብና ዚብለና ምግባርና ዀነ ስምዒታትና ንኣተሓሳስባናን ንተግባራትናን ኪመርሖ ምፍቃድ እንታይ ሓደጋ ኣለዎ፧ | ውሳኔ ስናደርግ ልባችን የሚለንን በመከተል ስሜታችን በአስተሳሰባችንና በድርጊታችን ላይ ተጽዕኖ እንዲያሳድር ብንፈቅድ ውጤቱ ምን ይሆናል? |
5,826 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ በተበሳጨንበት ወቅት ውሳኔ ብናደርግ ምን ሊፈጠር ይችላል? | ንኣብነት፡ ተቘጢዕና ኸለና ውሳነታት እንተ ጌርና እንታይ እዩ ዜጋጥመና፧ |
5,827 | tg_am | ንኣብነት፡ ተቘጢዕና ኸለና ውሳነታት እንተ ጌርና እንታይ እዩ ዜጋጥመና፧ | ለምሳሌ ያህል፣ በተበሳጨንበት ወቅት ውሳኔ ብናደርግ ምን ሊፈጠር ይችላል? |
5,828 | am_tg | ከዚህ ቀደም በዚህ ዓይነት ሁኔታ ውስጥ ሆነን ውሳኔ አድርገን ከነበረ መልሱ አይጠፋንም። | ከምኡ ጌርና ንፈልጥ እንተ ዄንና፡ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ኣይጠፍኣናን እዩ። |
5,829 | tg_am | ከምኡ ጌርና ንፈልጥ እንተ ዄንና፡ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ኣይጠፍኣናን እዩ። | ከዚህ ቀደም በዚህ ዓይነት ሁኔታ ውስጥ ሆነን ውሳኔ አድርገን ከነበረ መልሱ አይጠፋንም። |
5,830 | am_tg | ተስፋ በቆረጥንበት ጊዜም ቢሆን ጥሩ ውሳኔ ማድረግ እንደማንችል የታወቀ ነው። | ተስፋ ኣብ ዝቘረጽናሉ እዋንከ ጥዑይ ውሳነታት ክንገብር ንኽእልዶ፧ |
5,831 | tg_am | ተስፋ ኣብ ዝቘረጽናሉ እዋንከ ጥዑይ ውሳነታት ክንገብር ንኽእልዶ፧ | ተስፋ በቆረጥንበት ጊዜም ቢሆን ጥሩ ውሳኔ ማድረግ እንደማንችል የታወቀ ነው። |
5,832 | am_tg | በግልጽ ለማየት እንደሚቻለው፣ በጣም አስፈላጊ የሆኑ ውሳኔዎችን ስናደርግ ስሜታችን እንዲቆጣጠረን ከፈቀድን በቀላሉ ልንሳሳት እንችላለን። | እምበኣር፡ ብስምዒታትና ተደሪኽና ኣገዳሲ ውሳነታት ንገብር እንተ ዄንና፡ ብስምዒታትና ብቐሊሉ ኽንታለል ንኽእል ኢና። |
5,833 | tg_am | እምበኣር፡ ብስምዒታትና ተደሪኽና ኣገዳሲ ውሳነታት ንገብር እንተ ዄንና፡ ብስምዒታትና ብቐሊሉ ኽንታለል ንኽእል ኢና። | በግልጽ ለማየት እንደሚቻለው፣ በጣም አስፈላጊ የሆኑ ውሳኔዎችን ስናደርግ ስሜታችን እንዲቆጣጠረን ከፈቀድን በቀላሉ ልንሳሳት እንችላለን። |
5,834 | am_tg | በኢየሩሳሌም ከተሰበሰቡት ሰዎች መካከል ወደ ይሁዲነት የተለወጡ አንዳንድ ግሪካውያን ኢየሱስ ባደረገው ነገር በጣም ተደንቀው እንደነበር መገመት እንችላለን፤ ምክንያቱም ከኢየሱስ ጋር እንዲያገናኛቸው ሐዋርያው ፊልጶስን ጠይቀውት ነበር። | ኣብ የሩሳሌም ኣብ መንጎ ህዝቢ ዝነበሩ ገለ ግሪኻውያን ጵሮሴሊት፡ ብየሱስ ስለ እተመሰጡ፡ ምስኡ ኺራኸቡ ንሃዋርያ ፊልጶስ ሓተትዎ። |
5,835 | tg_am | ኣብ የሩሳሌም ኣብ መንጎ ህዝቢ ዝነበሩ ገለ ግሪኻውያን ጵሮሴሊት፡ ብየሱስ ስለ እተመሰጡ፡ ምስኡ ኺራኸቡ ንሃዋርያ ፊልጶስ ሓተትዎ። | በኢየሩሳሌም ከተሰበሰቡት ሰዎች መካከል ወደ ይሁዲነት የተለወጡ አንዳንድ ግሪካውያን ኢየሱስ ባደረገው ነገር በጣም ተደንቀው እንደነበር መገመት እንችላለን፤ ምክንያቱም ከኢየሱስ ጋር እንዲያገናኛቸው ሐዋርያው ፊልጶስን ጠይቀውት ነበር። |
5,836 | am_tg | ኢየሱስ ግን ከፊቱ ከሚጠብቀው ይበልጥ አስፈላጊ የሆነ ጉዳይ ትኩረቱ እንዲሰረቅ አልፈለገም። | የሱስ ግና፡ ካብቲ ዚጽበዮ ዝነበረ ኣገዳሲ ጕዳያት ኬስግል ኣይደለየን። |
5,837 | tg_am | የሱስ ግና፡ ካብቲ ዚጽበዮ ዝነበረ ኣገዳሲ ጕዳያት ኬስግል ኣይደለየን። | ኢየሱስ ግን ከፊቱ ከሚጠብቀው ይበልጥ አስፈላጊ የሆነ ጉዳይ ትኩረቱ እንዲሰረቅ አልፈለገም። |
5,838 | am_tg | በአምላክ ጠላቶች እጅ መሥዋዕታዊ ሞት ላለመሞት ሲል በሕዝቡ ዘንድ ተወዳጅነት ለማትረፍ አልሞከረም። | ብኢድ ጸላእቲ ኣምላኽ መስዋእታዊ ሞት ምእንቲ ኸይመውት፡ ኣብ ህዝቢ ተፈላጥነት ኪረክብ ከም ዘይደለየ ንጹር እዩ። |
5,839 | tg_am | ብኢድ ጸላእቲ ኣምላኽ መስዋእታዊ ሞት ምእንቲ ኸይመውት፡ ኣብ ህዝቢ ተፈላጥነት ኪረክብ ከም ዘይደለየ ንጹር እዩ። | በአምላክ ጠላቶች እጅ መሥዋዕታዊ ሞት ላለመሞት ሲል በሕዝቡ ዘንድ ተወዳጅነት ለማትረፍ አልሞከረም። |
5,840 | am_tg | በመሆኑም በቅርቡ እንደሚገደል ከገለጸ በኋላ እንድርያስንና ፊልጶስን እንዲህ አላቸው፦ ሕይወቱን የሚወድ ሁሉ ያጠፋታል፤ በዚህ ዓለም ሕይወቱን የሚጠላ ሁሉ ግን ለዘላለም ሕይወት ይጠብቃታል። | ስለዚ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ከም ዚመውት ምስ ገለጸ፡ ንእንድርያስን ንፊልጶስን፡ እቲ ንነፍሱ ዚፈትዋ ኼጥፍኣ እዩ፣ እቲ ንነፍሱ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዚጸልኣ ግና ንናይ ዘለኣለም ህይወት ኪሕልዋ እዩ በሎም። |
5,841 | tg_am | ስለዚ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ከም ዚመውት ምስ ገለጸ፡ ንእንድርያስን ንፊልጶስን፡ እቲ ንነፍሱ ዚፈትዋ ኼጥፍኣ እዩ፣ እቲ ንነፍሱ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዚጸልኣ ግና ንናይ ዘለኣለም ህይወት ኪሕልዋ እዩ በሎም። | በመሆኑም በቅርቡ እንደሚገደል ከገለጸ በኋላ እንድርያስንና ፊልጶስን እንዲህ አላቸው፦ ሕይወቱን የሚወድ ሁሉ ያጠፋታል፤ በዚህ ዓለም ሕይወቱን የሚጠላ ሁሉ ግን ለዘላለም ሕይወት ይጠብቃታል። |
5,842 | am_tg | ኢየሱስ የእነዚህን ግሪካውያን ስሜት ከማስተናገድ ይልቅ እሱ ያሳየውን የራስን ጥቅም መሥዋዕት የማድረግ መንፈስ ማንጸባረቅ የተሻለ እንደሆነ ከገለጸ በኋላ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ተናገረ። | ነቲ ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታ እቶም ግሪኻውያን ምላሽ ኣብ ክንዲ ዚህበሉ፡ ሰዓብቱ ኸምኡ ጥቕሚ ርእሶም ዚስውኡ ኪዀኑ መሃረ፣ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድማ በለ። |
5,843 | tg_am | ነቲ ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታ እቶም ግሪኻውያን ምላሽ ኣብ ክንዲ ዚህበሉ፡ ሰዓብቱ ኸምኡ ጥቕሚ ርእሶም ዚስውኡ ኪዀኑ መሃረ፣ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድማ በለ። | ኢየሱስ የእነዚህን ግሪካውያን ስሜት ከማስተናገድ ይልቅ እሱ ያሳየውን የራስን ጥቅም መሥዋዕት የማድረግ መንፈስ ማንጸባረቅ የተሻለ እንደሆነ ከገለጸ በኋላ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ተናገረ። |
5,844 | am_tg | ፊልጶስ ይህን አበረታች መልእክት ሄዶ ለግሪካውያኑ እንደነገራቸው ምንም ጥርጥር የለውም። | ፊልጶስ ነቶም ዝሓተትዎ እዚ ኣወንታዊ መልእኽቲ እዚ ኸም ዝነገሮም ዜጠራጥር ኣይኰነን። |
5,845 | tg_am | ፊልጶስ ነቶም ዝሓተትዎ እዚ ኣወንታዊ መልእኽቲ እዚ ኸም ዝነገሮም ዜጠራጥር ኣይኰነን። | ፊልጶስ ይህን አበረታች መልእክት ሄዶ ለግሪካውያኑ እንደነገራቸው ምንም ጥርጥር የለውም። |
5,846 | am_tg | ምንም እንኳ ኢየሱስ ትኩረቱን ሙሉ በሙሉ በስብከቱ ሥራ ላይ ያደረገ ቢሆንም ሁልጊዜ ስለ ሥራ ብቻ ያስብ ነበር ማለት አይደለም። | የሱስ ካብቲ ብስራት ናይ ምስባኽ ቀንዲ ዕላማኡ ዘየስግል እኳ እንተ ነበረ፡ ኵሉ ሳዕ ኣይኰነን ብዛዕባ ዕዮ ዚሓስብ ነይሩ። |
5,847 | tg_am | የሱስ ካብቲ ብስራት ናይ ምስባኽ ቀንዲ ዕላማኡ ዘየስግል እኳ እንተ ነበረ፡ ኵሉ ሳዕ ኣይኰነን ብዛዕባ ዕዮ ዚሓስብ ነይሩ። | ምንም እንኳ ኢየሱስ ትኩረቱን ሙሉ በሙሉ በስብከቱ ሥራ ላይ ያደረገ ቢሆንም ሁልጊዜ ስለ ሥራ ብቻ ያስብ ነበር ማለት አይደለም። |
5,848 | am_tg | ስደት ቢደርስብንም እንኳ የይሖዋን የጽድቅ መሥፈርቶችና ሕጎች ለመጠበቅ የምንችለውን ሁሉ እናደርጋለን። | መስጐጕቲ ኼጋጥመና ኸሎ፡ ብጽድቃዊ ስርዓታትን ሕግታትን ኣምላኽ ክንመላለስ ጻዕሪ ንገብር ኢና። |
5,849 | tg_am | መስጐጕቲ ኼጋጥመና ኸሎ፡ ብጽድቃዊ ስርዓታትን ሕግታትን ኣምላኽ ክንመላለስ ጻዕሪ ንገብር ኢና። | ስደት ቢደርስብንም እንኳ የይሖዋን የጽድቅ መሥፈርቶችና ሕጎች ለመጠበቅ የምንችለውን ሁሉ እናደርጋለን። |
5,850 | am_tg | የይሖዋን መመሪያዎች በሕይወታችን ውስጥ በሥራ ላይ በማዋል ብርሃናችን በሰው ፊት እንዲበራ እናደርጋለን፤ ይህ ደግሞ ለይሖዋ ስም ክብር ያመጣል። | ግብርታት ጽድቂ እናገበርና ብርሃንና ብምብራህ፡ ንስም የሆዋ ኽብሪ ነምጽኣሉ ኢና። |
5,851 | tg_am | ግብርታት ጽድቂ እናገበርና ብርሃንና ብምብራህ፡ ንስም የሆዋ ኽብሪ ነምጽኣሉ ኢና። | የይሖዋን መመሪያዎች በሕይወታችን ውስጥ በሥራ ላይ በማዋል ብርሃናችን በሰው ፊት እንዲበራ እናደርጋለን፤ ይህ ደግሞ ለይሖዋ ስም ክብር ያመጣል። |
5,852 | am_tg | የአምላክ ቅዱስ ሕዝቦች እንደመሆናችን መጠን፣ የይሖዋ ሕጎች ትክክለኛ መሆናቸውንና የሰይጣን ክስ ሐሰት መሆኑን በአኗኗራችን እናሳያለን። | ከም ቅዱሳት ህዝቢ መጠን ከኣ፡ ብኣነባብራና ሕግታት የሆዋ ሰናይን ቅኑዕን ምዃኑ፡ ክስታት ሰይጣን ድማ ሓሶት ምዃኑ ነርኢ ኢና። |
5,853 | tg_am | ከም ቅዱሳት ህዝቢ መጠን ከኣ፡ ብኣነባብራና ሕግታት የሆዋ ሰናይን ቅኑዕን ምዃኑ፡ ክስታት ሰይጣን ድማ ሓሶት ምዃኑ ነርኢ ኢና። | የአምላክ ቅዱስ ሕዝቦች እንደመሆናችን መጠን፣ የይሖዋ ሕጎች ትክክለኛ መሆናቸውንና የሰይጣን ክስ ሐሰት መሆኑን በአኗኗራችን እናሳያለን። |
5,854 | am_tg | እርግጥ ነው፣ እንደ ማንኛውም ሰው ስህተት መሥራታችን አይቀርም፤ በዚህ ጊዜ ከልባችን ንስሐ በመግባት ይሖዋን ከሚያስነቅፉ ድርጊቶች እንርቃለን። | ክንጋገ ኸለና፡ ካብ ልብና ተነሲሕና ነቲ ንየሆዋ ዜሕስር ተግባራት ምግባር ንሓድጎ ኢና። |
5,855 | tg_am | ክንጋገ ኸለና፡ ካብ ልብና ተነሲሕና ነቲ ንየሆዋ ዜሕስር ተግባራት ምግባር ንሓድጎ ኢና። | እርግጥ ነው፣ እንደ ማንኛውም ሰው ስህተት መሥራታችን አይቀርም፤ በዚህ ጊዜ ከልባችን ንስሐ በመግባት ይሖዋን ከሚያስነቅፉ ድርጊቶች እንርቃለን። |
5,856 | am_tg | ይሖዋ በክርስቶስ መሥዋዕት ላይ እምነት ካለን ኃጢአታችንን ይቅር ይለናል። | የሆዋ፡ ብመሰረት መስዋእቲ ክርስቶስ ንሓጢኣት እቶም ዚኣምኑ ይቕረ ይብል እዩ። |
5,857 | tg_am | የሆዋ፡ ብመሰረት መስዋእቲ ክርስቶስ ንሓጢኣት እቶም ዚኣምኑ ይቕረ ይብል እዩ። | ይሖዋ በክርስቶስ መሥዋዕት ላይ እምነት ካለን ኃጢአታችንን ይቅር ይለናል። |
5,858 | am_tg | ራሳቸውን ለእሱ የወሰኑ ሰዎችን አገልጋዮቹ አድርጎ ይቀበላቸዋል። | ነቶም ርእሶም ንዕኡ ዝወፈዩ ዘበሉ ድማ ኣምለኽቱ ገይሩ ይቕበሎም እዩ። |
5,859 | tg_am | ነቶም ርእሶም ንዕኡ ዝወፈዩ ዘበሉ ድማ ኣምለኽቱ ገይሩ ይቕበሎም እዩ። | ራሳቸውን ለእሱ የወሰኑ ሰዎችን አገልጋዮቹ አድርጎ ይቀበላቸዋል። |
5,860 | am_tg | ይሖዋ፣ ቅቡዓን ክርስቲያኖችን ልጆቹ አድርጎ በመቀበል ጻድቃን ብሎ ጠርቷቸዋል፤ ሌሎች በጎችን ደግሞ ወዳጆቹ አድርጎ በመቀበል እንደ ጻድቃን ይቆጥራቸዋል። | የሆዋ ንቕቡኣት ክርስትያናት ከም ደቁ፡ ነቶም ካልኦት ኣባጊዕ ከኣ ከም ፈተውቱ ገይሩ ኣጽዲቕዎም እዩ። |
5,861 | tg_am | የሆዋ ንቕቡኣት ክርስትያናት ከም ደቁ፡ ነቶም ካልኦት ኣባጊዕ ከኣ ከም ፈተውቱ ገይሩ ኣጽዲቕዎም እዩ። | ይሖዋ፣ ቅቡዓን ክርስቲያኖችን ልጆቹ አድርጎ በመቀበል ጻድቃን ብሎ ጠርቷቸዋል፤ ሌሎች በጎችን ደግሞ ወዳጆቹ አድርጎ በመቀበል እንደ ጻድቃን ይቆጥራቸዋል። |
5,862 | am_tg | በመሆኑም በአሁኑ ጊዜም እንኳ ቤዛው፣ በሰማዩ አባታችን ዘንድ የጽድቅ አቋም እንዲኖረንና ስሙን በማስቀደስ ረገድ የበኩላችንን ድርሻ እንድናበረክት አስችሎናል። | ስለዚ፡ ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ ሳላ በጃ ኣብ ቅድሚ ኣቦና ጽድቃዊ ኣቕዋም ኪህልወናን ኣብ ምቕዳስ ስሙ እጃምና ኸነበርክትን ክኢልና ኢና። |
5,863 | tg_am | ስለዚ፡ ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ ሳላ በጃ ኣብ ቅድሚ ኣቦና ጽድቃዊ ኣቕዋም ኪህልወናን ኣብ ምቕዳስ ስሙ እጃምና ኸነበርክትን ክኢልና ኢና። | በመሆኑም በአሁኑ ጊዜም እንኳ ቤዛው፣ በሰማዩ አባታችን ዘንድ የጽድቅ አቋም እንዲኖረንና ስሙን በማስቀደስ ረገድ የበኩላችንን ድርሻ እንድናበረክት አስችሎናል። |
5,864 | am_tg | እኛም ይሖዋ እንደሚሰማንና በደስታ ለመጽናት የሚያስችል ብርታት እንደሚሰጠን ስለምናውቅ የሚያስጨንቀንን ነገር ሁሉ አውጥተን ለእሱ መናገር እንችላለን። | ንሕና እውን የሆዋ ኸም ዚሰምዓናን ብሓጐስ ምእንቲ ኽንጻወር ከም ዜበርትዓናን ብምትእምማን ናብኡ ኽንጽሊ ንኽእል ኢና። |
5,865 | tg_am | ንሕና እውን የሆዋ ኸም ዚሰምዓናን ብሓጐስ ምእንቲ ኽንጻወር ከም ዜበርትዓናን ብምትእምማን ናብኡ ኽንጽሊ ንኽእል ኢና። | እኛም ይሖዋ እንደሚሰማንና በደስታ ለመጽናት የሚያስችል ብርታት እንደሚሰጠን ስለምናውቅ የሚያስጨንቀንን ነገር ሁሉ አውጥተን ለእሱ መናገር እንችላለን። |
5,866 | am_tg | አምላክ ለጸሎታችን መልስ ሲሰጠን ደግሞ እምነታችን እየጠነከረ ይሄዳል። | ጸሎትና መልሲ ኺረክብ ከሎ ድማ፡ እምነትና ዝያዳ ኽትድልድል እያ። |
5,867 | tg_am | ጸሎትና መልሲ ኺረክብ ከሎ ድማ፡ እምነትና ዝያዳ ኽትድልድል እያ። | አምላክ ለጸሎታችን መልስ ሲሰጠን ደግሞ እምነታችን እየጠነከረ ይሄዳል። |
5,868 | am_tg | እምነት ከመንፈስ ፍሬ ገጽታዎች አንዱ በመሆኑ መንፈስ ቅዱስን ለማግኘት ኢየሱስ እንደመከረን ደጋግመን መለመን ይኖርብናል። | እምነት ሓንቲ መዳይ ፍረ መንፈስ ስለ ዝዀነት፡ ከምቲ የሱስ ዜተባብዓና፡ መንፈስ ኣምላኽ ምእንቲ ኺውሃበና፡ ብቐጻሊ ኽንልምን ኣሎና። |
5,869 | tg_am | እምነት ሓንቲ መዳይ ፍረ መንፈስ ስለ ዝዀነት፡ ከምቲ የሱስ ዜተባብዓና፡ መንፈስ ኣምላኽ ምእንቲ ኺውሃበና፡ ብቐጻሊ ኽንልምን ኣሎና። | እምነት ከመንፈስ ፍሬ ገጽታዎች አንዱ በመሆኑ መንፈስ ቅዱስን ለማግኘት ኢየሱስ እንደመከረን ደጋግመን መለመን ይኖርብናል። |
5,870 | am_tg | ይሁን እንጂ የምንጸልየው አምላክ እንዲረዳን ለመጠየቅ ብቻ መሆን የለበትም። | ይኹን እምበር፡ ናብ ኣምላኽ እንጽልዮ ጸሎት፡ ብብሕቲ ሓገዙ ንምርካብ ዚቐርብ ለመና ጥራይ ኪኸውን የብሉን። |
5,871 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ናብ ኣምላኽ እንጽልዮ ጸሎት፡ ብብሕቲ ሓገዙ ንምርካብ ዚቐርብ ለመና ጥራይ ኪኸውን የብሉን። | ይሁን እንጂ የምንጸልየው አምላክ እንዲረዳን ለመጠየቅ ብቻ መሆን የለበትም። |
5,872 | am_tg | ይሖዋን በየዕለቱ እንድናመሰግነውና እንድናወድሰው የሚያነሳሱንን ድንቅ ሥራዎቹን ዘርዝረን መጨረስ አንችልም! በተጨማሪም ጸሎታችን፣ በእስር ላይ ያሉትን ከእነሱ ጋር ታስረን እንዳለን አድርገን በማሰብ ሁልጊዜ እንደምናስታውሳቸው የሚያሳይ መሆን አለበት። | ንየሆዋ፡ መዓልቲ መዓልቲ ብዛዕባ እቲ ምጽብጻቡ ዘይከኣል ብዙሕ ዝዀነ ዜደንቕ ግብርታት ከነመስግኖን ክንውድሶን ንኽእል ኢና! ብዘይካዚ፡ ኣብ ጸሎትና፡ ንእሱራት ከም መተኣስርቶም ኴንና ኽንዝክሮም ኣሎና። |
5,873 | tg_am | ንየሆዋ፡ መዓልቲ መዓልቲ ብዛዕባ እቲ ምጽብጻቡ ዘይከኣል ብዙሕ ዝዀነ ዜደንቕ ግብርታት ከነመስግኖን ክንውድሶን ንኽእል ኢና! ብዘይካዚ፡ ኣብ ጸሎትና፡ ንእሱራት ከም መተኣስርቶም ኴንና ኽንዝክሮም ኣሎና። | ይሖዋን በየዕለቱ እንድናመሰግነውና እንድናወድሰው የሚያነሳሱንን ድንቅ ሥራዎቹን ዘርዝረን መጨረስ አንችልም! በተጨማሪም ጸሎታችን፣ በእስር ላይ ያሉትን ከእነሱ ጋር ታስረን እንዳለን አድርገን በማሰብ ሁልጊዜ እንደምናስታውሳቸው የሚያሳይ መሆን አለበት። |
5,874 | am_tg | ከዚህም ሌላ ለመላው የወንድማማች ማኅበር በተለይም በመካከላችን ሆነው አመራር ለሚሰጡት ልንጸልይ ይገባል። | ኣብ መላእ ዓለም ብዛዕባ ዘለዉ ኣሕዋትና፡ ብፍላይ ከኣ ብዛዕባ እቶም ዚመርሑና እውን ክንጽሊ ኣሎና። |
5,875 | tg_am | ኣብ መላእ ዓለም ብዛዕባ ዘለዉ ኣሕዋትና፡ ብፍላይ ከኣ ብዛዕባ እቶም ዚመርሑና እውን ክንጽሊ ኣሎና። | ከዚህም ሌላ ለመላው የወንድማማች ማኅበር በተለይም በመካከላችን ሆነው አመራር ለሚሰጡት ልንጸልይ ይገባል። |
5,876 | am_tg | ይሖዋ፣ ሁላችንም ለምናቀርበው ጸሎት መልስ እንደሚሰጥ ስንመለከት ልባችን በደስታ ይሞላል! | የሆዋ ነቲ ብሓድነት እንጽልዮ ጸሎት ብኸመይ ምላሽ ከም ዚህበሉ ኽንርኢ ኸለና ልብና ይትንከፍ እዩ!—። |
5,877 | tg_am | የሆዋ ነቲ ብሓድነት እንጽልዮ ጸሎት ብኸመይ ምላሽ ከም ዚህበሉ ኽንርኢ ኸለና ልብና ይትንከፍ እዩ!—። | ይሖዋ፣ ሁላችንም ለምናቀርበው ጸሎት መልስ እንደሚሰጥ ስንመለከት ልባችን በደስታ ይሞላል! |
5,878 | am_tg | ቦዔዝ የሩት ሁኔታ እንዲሁም የባዕድ አገር ሰው በመሆኗ ሊያጋጥማት የሚችለው ችግር አሳስቦት ነበር። | ቦኣዝ ብዛዕባ ሩትን ብዛዕባ እቲ ኸም ጓና ዝነበራ ጸገማትን ብንጹር ከም ዘተሓሳሰቦ እዩ ዚሕብር። |
5,879 | tg_am | ቦኣዝ ብዛዕባ ሩትን ብዛዕባ እቲ ኸም ጓና ዝነበራ ጸገማትን ብንጹር ከም ዘተሓሳሰቦ እዩ ዚሕብር። | ቦዔዝ የሩት ሁኔታ እንዲሁም የባዕድ አገር ሰው በመሆኗ ሊያጋጥማት የሚችለው ችግር አሳስቦት ነበር። |
5,880 | am_tg | ይህን ከሚጠቁሙት ነገሮች አንዱ፣ ማሳ ውስጥ የሚሠሩት ወንዶች እንዳያስቸግሯት ከወጣት ሴት ሠራተኞቹ ሳትርቅ እንድትሠራ የነገራት መሆኑ ነው። | ቅድም ቀዳድም፡ ኣብ ግራውቲ ዚዓይዩ ሰብኡት ምእንቲ ኸየሸግርዋ፡ ምስ ኣግራዱ ኽትለግብ ተማሕጺንዋ እዩ። |
5,881 | tg_am | ቅድም ቀዳድም፡ ኣብ ግራውቲ ዚዓይዩ ሰብኡት ምእንቲ ኸየሸግርዋ፡ ምስ ኣግራዱ ኽትለግብ ተማሕጺንዋ እዩ። | ይህን ከሚጠቁሙት ነገሮች አንዱ፣ ማሳ ውስጥ የሚሠሩት ወንዶች እንዳያስቸግሯት ከወጣት ሴት ሠራተኞቹ ሳትርቅ እንድትሠራ የነገራት መሆኑ ነው። |
5,882 | am_tg | ሌላው ቀርቶ እንደ ቅጥር ሠራተኞቹ ሁሉ እሷም በቂ ምግብና ውኃ ማግኘት እንድትችል አድርጎ ነበር። | ማዕረ እቶም ሰብ ውዕለት ድማ እኹል ምግብን ማይን ከም እትረክብ ገይሩ እዩ። |
5,883 | tg_am | ማዕረ እቶም ሰብ ውዕለት ድማ እኹል ምግብን ማይን ከም እትረክብ ገይሩ እዩ። | ሌላው ቀርቶ እንደ ቅጥር ሠራተኞቹ ሁሉ እሷም በቂ ምግብና ውኃ ማግኘት እንድትችል አድርጎ ነበር። |
5,884 | am_tg | በተጨማሪም ቦዔዝ ሩትን ያነጋገረበት መንገድ ይህችን ድሃ የባዕድ አገር ሴት ዝቅ አድርጎ እንደማይመለከታት የሚያሳይ ነው፤ እንዲያውም አበረታቷታል። | ኣብ ርእሲ እዚ፡ ቦኣዝ ነታ ድኻ ጓና ብኣኽብሮት ተዛሪብዋን ኣጸናኒዕዋን እዩ። |
5,885 | tg_am | ኣብ ርእሲ እዚ፡ ቦኣዝ ነታ ድኻ ጓና ብኣኽብሮት ተዛሪብዋን ኣጸናኒዕዋን እዩ። | በተጨማሪም ቦዔዝ ሩትን ያነጋገረበት መንገድ ይህችን ድሃ የባዕድ አገር ሴት ዝቅ አድርጎ እንደማይመለከታት የሚያሳይ ነው፤ እንዲያውም አበረታቷታል። |
5,886 | am_tg | ቦዔዝ፣ ሩትን እንዲያደንቃት ያደረገው ለአማቷ ለናኦሚ የነበራት ከራስ ወዳድነት ነፃ የሆነ ፍቅር ብቻ ሳይሆን የይሖዋ አምላኪ ለመሆን መወሰኗም ጭምር ነው። | ቦኣዝ በቲ ሩት ንሓማታ ናእሚ ዘርኣየታ ፍቕሪ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ሩት ኣምላኺት የሆዋ ብምዃና ተደሪኹ እዩ ለዊሁላ። |
5,887 | tg_am | ቦኣዝ በቲ ሩት ንሓማታ ናእሚ ዘርኣየታ ፍቕሪ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ሩት ኣምላኺት የሆዋ ብምዃና ተደሪኹ እዩ ለዊሁላ። | ቦዔዝ፣ ሩትን እንዲያደንቃት ያደረገው ለአማቷ ለናኦሚ የነበራት ከራስ ወዳድነት ነፃ የሆነ ፍቅር ብቻ ሳይሆን የይሖዋ አምላኪ ለመሆን መወሰኗም ጭምር ነው። |
5,888 | am_tg | ቦዔዝ፣ በክንፎቹ ሥር ለመጠለል ብላ ወደ እስራኤል አምላክ ለመጣችው ለሩት ደግነት ማሳየቱ እንደ ይሖዋ ዓይነት ታማኝ ፍቅር እንደነበረው ይጠቁማል። | ከም ሓቂ፡ ለውሃት ቦኣዝ መግለጺ እቲ የሆዋ ነታ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ እተማዕቈበት ሰበይቲ ብተኣማንነት ዘርኣያ ፍቕሪ እዩ ነይሩ። |
5,889 | tg_am | ከም ሓቂ፡ ለውሃት ቦኣዝ መግለጺ እቲ የሆዋ ነታ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ እተማዕቈበት ሰበይቲ ብተኣማንነት ዘርኣያ ፍቕሪ እዩ ነይሩ። | ቦዔዝ፣ በክንፎቹ ሥር ለመጠለል ብላ ወደ እስራኤል አምላክ ለመጣችው ለሩት ደግነት ማሳየቱ እንደ ይሖዋ ዓይነት ታማኝ ፍቅር እንደነበረው ይጠቁማል። |
5,890 | am_tg | እኛም በተመሳሳይ ደግነት ማሳየታችን ሁሉም ዓይነት ሰዎች እውነትን እንዲያውቁ እንዲሁም ይሖዋ ምን ያህል እንደሚወዳቸው እንዲገነዘቡ ሊረዳቸው ይችላል። | ሎሚ እውን ብተመሳሳሊ፡ ለውሃትና ንዅሉ ዓይነት ሰብ፡ ሓቂ ምእንቲ ኼለልን የሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ከም ዜፍቅሮ ምእንቲ ኺስምዖን ኪሕግዝ ይኽእል እዩ። |
5,891 | tg_am | ሎሚ እውን ብተመሳሳሊ፡ ለውሃትና ንዅሉ ዓይነት ሰብ፡ ሓቂ ምእንቲ ኼለልን የሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ከም ዜፍቅሮ ምእንቲ ኺስምዖን ኪሕግዝ ይኽእል እዩ። | እኛም በተመሳሳይ ደግነት ማሳየታችን ሁሉም ዓይነት ሰዎች እውነትን እንዲያውቁ እንዲሁም ይሖዋ ምን ያህል እንደሚወዳቸው እንዲገነዘቡ ሊረዳቸው ይችላል። |
5,892 | am_tg | የመጽሐፍ ቅዱስ ጸሐፊዎች የነበራቸውን ድፍረትና ሐቀኝነት እንመልከት። | እቶም ንመጽሓፍ ቅዱስ ዝጸሓፉ ሰባት ተባዓትን ቅኑዓትን ምንባሮም ንእምነትና የደልድሎ እዩ። |
5,893 | tg_am | እቶም ንመጽሓፍ ቅዱስ ዝጸሓፉ ሰባት ተባዓትን ቅኑዓትን ምንባሮም ንእምነትና የደልድሎ እዩ። | የመጽሐፍ ቅዱስ ጸሐፊዎች የነበራቸውን ድፍረትና ሐቀኝነት እንመልከት። |
5,894 | am_tg | ብዙዎቹ የጥንት ጸሐፊዎች ያሰፈሯቸው ዘገባዎች መሪዎቻቸውን የሚክቡና አገራቸውን ከፍ ከፍ የሚያደርጉ ናቸው። | ብዙሓት ጥንታውያን ጸሓፍቲ ንመራሕቶም ይሽሕጡን ንመንግስትታቶም የመጕሱን ነይሮም እዮም። |
5,895 | tg_am | ብዙሓት ጥንታውያን ጸሓፍቲ ንመራሕቶም ይሽሕጡን ንመንግስትታቶም የመጕሱን ነይሮም እዮም። | ብዙዎቹ የጥንት ጸሐፊዎች ያሰፈሯቸው ዘገባዎች መሪዎቻቸውን የሚክቡና አገራቸውን ከፍ ከፍ የሚያደርጉ ናቸው። |
5,896 | am_tg | የይሖዋ ነቢያት ግን ምንጊዜም እውነተኛውን ዘገባ ያሰፍሩ ነበር። | ነብያት የሆዋ ግና ወትሩ ሓቂ እዮም ዚዛረቡ ነይሮም። |
5,897 | tg_am | ነብያት የሆዋ ግና ወትሩ ሓቂ እዮም ዚዛረቡ ነይሮም። | የይሖዋ ነቢያት ግን ምንጊዜም እውነተኛውን ዘገባ ያሰፍሩ ነበር። |
5,898 | am_tg | የሕዝባቸውን ሌላው ቀርቶ የንጉሦቻቸውንም ጭምር ድክመት አስፍረዋል። | ጕድለታት ህዝቦምን ነገስታቶምን ካብ ምሕባር ድሕር ኣይበሉን። |
5,899 | tg_am | ጕድለታት ህዝቦምን ነገስታቶምን ካብ ምሕባር ድሕር ኣይበሉን። | የሕዝባቸውን ሌላው ቀርቶ የንጉሦቻቸውንም ጭምር ድክመት አስፍረዋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.