Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
6,300 | am_tg | ይህም ስሜታችንን መግለጽን፣ የሚያስፈልገንን ነገር መናገርን፣ ሌሎችን ማበረታታትንና አምላክን ማወደስን ሊጨምር ይችላል። | እዚ ኸኣ ስምዒታትና ምግላጽ፡ ዜድልየና እንታይ ምዃኑ ምሕባር፡ ዜተባብዕ ቃላት ምዝራብ፡ ከምኡ እውን ንኣምላኽ ምውዳስ ኬጠቓልል ይኽእል እዩ። |
6,301 | tg_am | እዚ ኸኣ ስምዒታትና ምግላጽ፡ ዜድልየና እንታይ ምዃኑ ምሕባር፡ ዜተባብዕ ቃላት ምዝራብ፡ ከምኡ እውን ንኣምላኽ ምውዳስ ኬጠቓልል ይኽእል እዩ። | ይህም ስሜታችንን መግለጽን፣ የሚያስፈልገንን ነገር መናገርን፣ ሌሎችን ማበረታታትንና አምላክን ማወደስን ሊጨምር ይችላል። |
6,302 | am_tg | ክርስትና እየተስፋፋ ሲሄድ ክርስቲያኖች በአብዛኛው የሚነጋገሩት በግሪክኛ ነበር። | ክርስትና እናኣስፋሕፍሐ ምስ ከደ፡ ክርስትያናት መብዛሕትኡ ሓሳቦም ብግሪኽኛ እዮም ዜመሓላልፉ ነይሮም። |
6,303 | tg_am | ክርስትና እናኣስፋሕፍሐ ምስ ከደ፡ ክርስትያናት መብዛሕትኡ ሓሳቦም ብግሪኽኛ እዮም ዜመሓላልፉ ነይሮም። | ክርስትና እየተስፋፋ ሲሄድ ክርስቲያኖች በአብዛኛው የሚነጋገሩት በግሪክኛ ነበር። |
6,304 | am_tg | እንዲያውም ማቴዎስ፣ ማርቆስ፣ ሉቃስና ዮሐንስ፣ ኢየሱስ ያስተማረውንና ያደረገውን ነገር በተመለከተ በመንፈስ መሪነት ያሰፈሯቸው የወንጌል ዘገባዎች በስፋት የተሰራጩት በግሪክኛ ነው። | እተን ብዛዕባ ትምህርትን ተግባራትን የሱስ ዝሓዛ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፋ ወንጌል ማቴዎስን ወንጌል ማርቆስን ወንጌል ሉቃስን ወንጌል ዮሃንስን፡ ብግሪኽኛ እየን ተዘርጊሐን። |
6,305 | tg_am | እተን ብዛዕባ ትምህርትን ተግባራትን የሱስ ዝሓዛ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፋ ወንጌል ማቴዎስን ወንጌል ማርቆስን ወንጌል ሉቃስን ወንጌል ዮሃንስን፡ ብግሪኽኛ እየን ተዘርጊሐን። | እንዲያውም ማቴዎስ፣ ማርቆስ፣ ሉቃስና ዮሐንስ፣ ኢየሱስ ያስተማረውንና ያደረገውን ነገር በተመለከተ በመንፈስ መሪነት ያሰፈሯቸው የወንጌል ዘገባዎች በስፋት የተሰራጩት በግሪክኛ ነው። |
6,306 | am_tg | በመሆኑም አብዛኞቹ ደቀ መዛሙርት የሚጠቀሙት በዕብራይስጥ ሳይሆን በግሪክኛ ነበር። | ስለዚ፡ መብዛሕትኦም ደቀ መዛሙርቲ ዜዘውትርዎ ዝነበሩ ቛንቋ፡ እብራይስጢ ዘይኰነስ፡ ግሪኽኛ እዩ ነይሩ። |
6,307 | tg_am | ስለዚ፡ መብዛሕትኦም ደቀ መዛሙርቲ ዜዘውትርዎ ዝነበሩ ቛንቋ፡ እብራይስጢ ዘይኰነስ፡ ግሪኽኛ እዩ ነይሩ። | በመሆኑም አብዛኞቹ ደቀ መዛሙርት የሚጠቀሙት በዕብራይስጥ ሳይሆን በግሪክኛ ነበር። |
6,308 | am_tg | ሐዋርያው ጳውሎስ የጻፋቸው ደብዳቤዎችና በመንፈስ መሪነት የተጻፉ ሌሎች መጻሕፍትም የተሰራጩት በግሪክኛ ነው። | መልእኽትታት ሃዋርያ ጳውሎስን ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፋ ኻልኦት መጻሕፍትን እውን ብግሪኽኛ እየን ተዘርጊሐን። |
6,309 | tg_am | መልእኽትታት ሃዋርያ ጳውሎስን ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፋ ኻልኦት መጻሕፍትን እውን ብግሪኽኛ እየን ተዘርጊሐን። | ሐዋርያው ጳውሎስ የጻፋቸው ደብዳቤዎችና በመንፈስ መሪነት የተጻፉ ሌሎች መጻሕፍትም የተሰራጩት በግሪክኛ ነው። |
6,310 | am_tg | የክርስቲያን ግሪክኛ ቅዱሳን መጻሕፍት ጸሐፊዎች፣ ከዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ሲጠቅሱ በአብዛኛው የሚጠቀሙት ሰብዓ ሊቃናትን መሆኑ ትኩረት የሚስብ ነው። | ጸሓፍቲ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኻብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኺጠቕሱ ኸለዉ፡ ካብ ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ከም ዝጠቐሱ ኸነተኵረሉ ይግባእ። |
6,311 | tg_am | ጸሓፍቲ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኻብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኺጠቕሱ ኸለዉ፡ ካብ ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ከም ዝጠቐሱ ኸነተኵረሉ ይግባእ። | የክርስቲያን ግሪክኛ ቅዱሳን መጻሕፍት ጸሐፊዎች፣ ከዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ሲጠቅሱ በአብዛኛው የሚጠቀሙት ሰብዓ ሊቃናትን መሆኑ ትኩረት የሚስብ ነው። |
6,312 | am_tg | ከዕብራይስጡ ጽሑፍ በተወሰነ መጠን የሚለዩት እነዚህ ጥቅሶች በአሁኑ ጊዜ፣ በመንፈስ መሪነት የተጻፉት ቅዱሳን መጻሕፍት ክፍል ሆነዋል። | እቲ ዝጠቐስዎ ጥቕስታት ሓድሓደ ግዜ ምስቲ ጽሑፍ እብራይስጢ ብልክዕ ሕደ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ ካብኡ ንነጀው ግና ክፋል እቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቕዱሳት ጽሕፋት ኰይኑ ኣሎ። |
6,313 | tg_am | እቲ ዝጠቐስዎ ጥቕስታት ሓድሓደ ግዜ ምስቲ ጽሑፍ እብራይስጢ ብልክዕ ሕደ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ ካብኡ ንነጀው ግና ክፋል እቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቕዱሳት ጽሕፋት ኰይኑ ኣሎ። | ከዕብራይስጡ ጽሑፍ በተወሰነ መጠን የሚለዩት እነዚህ ጥቅሶች በአሁኑ ጊዜ፣ በመንፈስ መሪነት የተጻፉት ቅዱሳን መጻሕፍት ክፍል ሆነዋል። |
6,314 | am_tg | በመሆኑም ፍጹም ያልሆኑ ሰዎች የትርጉም ሥራ በመንፈስ መሪነት የተጻፈው የአምላክ ቃል ክፍል ሆነ፤ ይህም አምላክ አንዱን ባሕል ወይም ቋንቋ ከሌላው እንደማያበላልጥ ያሳያል። | በዚ ኸምዚ፡ ዕዮ ዘይፍጹማት ተርጐምቲ ኽፋል እቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቓል ኣምላኽ ኰይኑ እዩ፣ ኣምላኽ ከኣ ሓደ ባህሊ ወይ ቋንቋ ኻብ ካልእ ኣብሊጹ ኸም ዘይርኢ ኣርእዩ። |
6,315 | tg_am | በዚ ኸምዚ፡ ዕዮ ዘይፍጹማት ተርጐምቲ ኽፋል እቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቓል ኣምላኽ ኰይኑ እዩ፣ ኣምላኽ ከኣ ሓደ ባህሊ ወይ ቋንቋ ኻብ ካልእ ኣብሊጹ ኸም ዘይርኢ ኣርእዩ። | በመሆኑም ፍጹም ያልሆኑ ሰዎች የትርጉም ሥራ በመንፈስ መሪነት የተጻፈው የአምላክ ቃል ክፍል ሆነ፤ ይህም አምላክ አንዱን ባሕል ወይም ቋንቋ ከሌላው እንደማያበላልጥ ያሳያል። |
6,316 | am_tg | አምላክ ከማንኛውም ዝግጅት ጋር በተያያዘ የራስነት ሥርዓት እንዲኖር አድርጓል፤ በዚህም የተነሳ ፍቅር በጣም አስፈላጊ ነው። | ኣብ ኵሉ እቲ ኣምላኽ ዝሰርዖ ነገራት፡ ስርዓት ርእስነት ስለ ዘሎ፡ ፍቕሪ ኣገዳሲት ባህርይ እያ። |
6,317 | tg_am | ኣብ ኵሉ እቲ ኣምላኽ ዝሰርዖ ነገራት፡ ስርዓት ርእስነት ስለ ዘሎ፡ ፍቕሪ ኣገዳሲት ባህርይ እያ። | አምላክ ከማንኛውም ዝግጅት ጋር በተያያዘ የራስነት ሥርዓት እንዲኖር አድርጓል፤ በዚህም የተነሳ ፍቅር በጣም አስፈላጊ ነው። |
6,318 | am_tg | ያም ሆኖ የራስነት ሥልጣን አምባገነናዊ በሆነ መንገድ ሊሠራበት አይገባም። | ኰይኑ ግና፡ ርእስነት ዓብላሊ ብዝዀነ መገዲ ኺርአ ኣለዎ ማለት ኣይኰነን። |
6,319 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ርእስነት ዓብላሊ ብዝዀነ መገዲ ኺርአ ኣለዎ ማለት ኣይኰነን። | ያም ሆኖ የራስነት ሥልጣን አምባገነናዊ በሆነ መንገድ ሊሠራበት አይገባም። |
6,320 | am_tg | ባል የሚስቱ ራስ ቢሆንም መጽሐፍ ቅዱስ ሚስቱን እንዲያከብራት ያዛል። | ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቱ እኳ እንተ ዀነ፡ ኬኽብራ ኸም ዘለዎ መጽሓፍ ቅዱስ ይእዝዞ እዩ። |
6,321 | tg_am | ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቱ እኳ እንተ ዀነ፡ ኬኽብራ ኸም ዘለዎ መጽሓፍ ቅዱስ ይእዝዞ እዩ። | ባል የሚስቱ ራስ ቢሆንም መጽሐፍ ቅዱስ ሚስቱን እንዲያከብራት ያዛል። |
6,322 | am_tg | ባሎች ለሚስቶቻቸው አክብሮት ማሳየት ከሚችሉባቸው መንገዶች አንዱ፣ የሚያስፈልጓቸውን ነገሮች ግምት ውስጥ ማስገባትና በአንዳንድ ጉዳዮች ረገድ የእነሱን ምርጫ ማስቀደም ነው። | ሰብኡት ንኣንስቶም ኬኽብሩ ዚኽእሉሉ ሓደ መገዲ፡ ነቲ ዜድልየን ነገራት ኣብ ግምት ብምእታውን ኣብ ገሊኡ ጕዳያት ንምርጫአን ቀዳምነት ብምሃብን እዩ። |
6,323 | tg_am | ሰብኡት ንኣንስቶም ኬኽብሩ ዚኽእሉሉ ሓደ መገዲ፡ ነቲ ዜድልየን ነገራት ኣብ ግምት ብምእታውን ኣብ ገሊኡ ጕዳያት ንምርጫአን ቀዳምነት ብምሃብን እዩ። | ባሎች ለሚስቶቻቸው አክብሮት ማሳየት ከሚችሉባቸው መንገዶች አንዱ፣ የሚያስፈልጓቸውን ነገሮች ግምት ውስጥ ማስገባትና በአንዳንድ ጉዳዮች ረገድ የእነሱን ምርጫ ማስቀደም ነው። |
6,324 | am_tg | ደግሞም የአምላክ ቃል እንዲህ ይላል፦ ባሎች ሆይ፣ ክርስቶስ ጉባኤውን እንደወደደና ራሱን ለጉባኤው አሳልፎ እንደሰጠ ሁሉ እናንተም ሚስቶቻችሁን መውደዳችሁን ቀጥሉ። | ቃል ኣምላኽ እውን፡ ኣቱም ሰብኡት፡ ከምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኤ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ ይብል እዩ። |
6,325 | tg_am | ቃል ኣምላኽ እውን፡ ኣቱም ሰብኡት፡ ከምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኤ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ ይብል እዩ። | ደግሞም የአምላክ ቃል እንዲህ ይላል፦ ባሎች ሆይ፣ ክርስቶስ ጉባኤውን እንደወደደና ራሱን ለጉባኤው አሳልፎ እንደሰጠ ሁሉ እናንተም ሚስቶቻችሁን መውደዳችሁን ቀጥሉ። |
6,326 | am_tg | ኢየሱስ ለተከታዮቹ ሕይወቱን ሳይቀር ሰጥቷል። | እወ፡ የሱስ ንሰዓብቱ ህይወቱ እውን ከይተረፈ ኣሕሊፉ ሂቡ እዩ። |
6,327 | tg_am | እወ፡ የሱስ ንሰዓብቱ ህይወቱ እውን ከይተረፈ ኣሕሊፉ ሂቡ እዩ። | ኢየሱስ ለተከታዮቹ ሕይወቱን ሳይቀር ሰጥቷል። |
6,328 | am_tg | አንድ ባል እንደ ኢየሱስ የራስነት ሥልጣኑን በፍቅር የሚጠቀምበት ከሆነ ሚስቱ እሱን መውደድና ማክበር እንዲሁም ለእሱ መገዛት ይበልጥ ቀላል ይሆንላታል። | ሓደ ሰብኣይ ነቲ የሱስ ርእስነቱ ዘርኣየሉ ፍቕራዊ መገዲ ዚቐድሖ እንተ ዀይኑ፡ ሰበይቱ ኸተፍቅሮን ከተኽብሮን ክትእዘዞን ይቐልላ እዩ። |
6,329 | tg_am | ሓደ ሰብኣይ ነቲ የሱስ ርእስነቱ ዘርኣየሉ ፍቕራዊ መገዲ ዚቐድሖ እንተ ዀይኑ፡ ሰበይቱ ኸተፍቅሮን ከተኽብሮን ክትእዘዞን ይቐልላ እዩ። | አንድ ባል እንደ ኢየሱስ የራስነት ሥልጣኑን በፍቅር የሚጠቀምበት ከሆነ ሚስቱ እሱን መውደድና ማክበር እንዲሁም ለእሱ መገዛት ይበልጥ ቀላል ይሆንላታል። |
6,330 | am_tg | ወላጆች እንደመሆናችሁ መጠን በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆቻችሁ በመንፈሳዊ ጤናማ ሆነው እንዲቀጥሉ ትፈልጋላችሁ። | ወላዲ ስለ ዝዀንካ ንመንእሰያት ውሉዳትካ ብመንፈሳዊ መዳይ ጥዑያት ኪዀኑ ኢኻ እትደልዮም። |
6,331 | tg_am | ወላዲ ስለ ዝዀንካ ንመንእሰያት ውሉዳትካ ብመንፈሳዊ መዳይ ጥዑያት ኪዀኑ ኢኻ እትደልዮም። | ወላጆች እንደመሆናችሁ መጠን በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆቻችሁ በመንፈሳዊ ጤናማ ሆነው እንዲቀጥሉ ትፈልጋላችሁ። |
6,332 | am_tg | አምላክም ልጆቻችሁን በይሖዋ ተግሣጽና ምክር እንድታሳድጓቸው ይፈልጋል። | ኣምላኽ ከኣ ንውሉዳትካ፡ ብተግሳጽን ብምዕዶን የሆዋ ኸተዕብዮም እዩ ዚደልየካ። |
6,333 | tg_am | ኣምላኽ ከኣ ንውሉዳትካ፡ ብተግሳጽን ብምዕዶን የሆዋ ኸተዕብዮም እዩ ዚደልየካ። | አምላክም ልጆቻችሁን በይሖዋ ተግሣጽና ምክር እንድታሳድጓቸው ይፈልጋል። |
6,334 | am_tg | በመሆኑም አምላክ የሰጣችሁን ኃላፊነት ለመወጣት ቋሚ የሆነ መንፈሳዊ ፕሮግራም እንዲኖራችሁ አድርጉ። | ስለዚ፡ መንፈሳዊ ልማድ ንምስራትን ንምዕቃብን ነቲ ኣምላኽ ዝሃበካ ሓላፍነት ተጠቐመሉ። |
6,335 | tg_am | ስለዚ፡ መንፈሳዊ ልማድ ንምስራትን ንምዕቃብን ነቲ ኣምላኽ ዝሃበካ ሓላፍነት ተጠቐመሉ። | በመሆኑም አምላክ የሰጣችሁን ኃላፊነት ለመወጣት ቋሚ የሆነ መንፈሳዊ ፕሮግራም እንዲኖራችሁ አድርጉ። |
6,336 | am_tg | ነጥቡን በምሳሌ ለማስረዳት፣ ልጆቻችሁ ትምህርት መቅሰማቸው አስፈላጊ እንደሆነ ስለምታውቁና የመማር ፍቅር እንዲያዳብሩ ስለምትፈልጉ ትምህርት ቤት እንዲገቡ ታደርጋላችሁ። | ነዚ ብምሳሌ ንምብራህ፦ ትምህርቲ ኣገዳሲ ስለ ዝዀነን ፍቕሪ ትምህርቲ ኽትቀርጸሎም ስለ እትደልን፡ ንውሉዳትካ ኺምሃሩ ግዲ ትብሎም ኢኻ። |
6,337 | tg_am | ነዚ ብምሳሌ ንምብራህ፦ ትምህርቲ ኣገዳሲ ስለ ዝዀነን ፍቕሪ ትምህርቲ ኽትቀርጸሎም ስለ እትደልን፡ ንውሉዳትካ ኺምሃሩ ግዲ ትብሎም ኢኻ። | ነጥቡን በምሳሌ ለማስረዳት፣ ልጆቻችሁ ትምህርት መቅሰማቸው አስፈላጊ እንደሆነ ስለምታውቁና የመማር ፍቅር እንዲያዳብሩ ስለምትፈልጉ ትምህርት ቤት እንዲገቡ ታደርጋላችሁ። |
6,338 | am_tg | በተመሳሳይም አፍቃሪ ወላጆች፣ ልጆቻቸው በጉባኤ ስብሰባዎችና በሌሎች መንፈሳዊ ፕሮግራሞች አማካኝነት ከሚቀርበው የይሖዋ ተግሣጽ እንዲጠቀሙ ጥረት ያደርጋሉ። | ብተመሳሳሊ፡ ፈቃራት ወለዲ ንውሉዳቶም ካብቲ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤን ካልእ መንፈሳዊ መደባትን ዚርከብ ምዕዶ የሆዋ ኺጥቀሙ ግዲ ይብልዎም እዮም። |
6,339 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ ፈቃራት ወለዲ ንውሉዳቶም ካብቲ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤን ካልእ መንፈሳዊ መደባትን ዚርከብ ምዕዶ የሆዋ ኺጥቀሙ ግዲ ይብልዎም እዮም። | በተመሳሳይም አፍቃሪ ወላጆች፣ ልጆቻቸው በጉባኤ ስብሰባዎችና በሌሎች መንፈሳዊ ፕሮግራሞች አማካኝነት ከሚቀርበው የይሖዋ ተግሣጽ እንዲጠቀሙ ጥረት ያደርጋሉ። |
6,340 | am_tg | መለኮታዊ ትምህርት በጣም አስፈላጊ ስለሆነ ልጆቻችሁ ለመንፈሳዊ ነገሮች ፍቅር እንዲያድርባቸውና ጥበብን እንዲወዱ ለመርዳት ትጥራላችሁ። | መለኮታዊ ትምህርቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ውሉዳትካ ንመንፈሳዊ ነገራት ፍቕሪ፡ ንጥበብ ከኣ ሞሳ ኽትቀርጽ ትጽዕር ኢኻ። |
6,341 | tg_am | መለኮታዊ ትምህርቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ውሉዳትካ ንመንፈሳዊ ነገራት ፍቕሪ፡ ንጥበብ ከኣ ሞሳ ኽትቀርጽ ትጽዕር ኢኻ። | መለኮታዊ ትምህርት በጣም አስፈላጊ ስለሆነ ልጆቻችሁ ለመንፈሳዊ ነገሮች ፍቅር እንዲያድርባቸውና ጥበብን እንዲወዱ ለመርዳት ትጥራላችሁ። |
6,342 | am_tg | ኢየሱስ ለደቀ መዛሙርቱ እንዳደረገው ሁሉ እናንተም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆቻችሁ የአምላክን ቃል የማስተማር ፍቅር እንዲያድርባቸውና በመስክ አገልግሎት ዘወትር እንዲካፈሉ በማገዝ በአገልግሎታቸው ውጤታማ እንዲሆኑ መርዳት ትችላላችሁ። | ከምቲ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ዝሓገዞም፡ ንመንእሰያት ውሉዳትካ ቓል ኣምላኽ ናይ ምምሃር ፍቕሪ ኸም ዜማዕብሉን ጽቡቕ ልማድ ኣገልግሎት ወፍሪ ኸም ዜጥርዩን ብምግባር ኣብ ኣገልግሎት ኪዕወቱ ትሕግዞም ኢኻ። |
6,343 | tg_am | ከምቲ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ዝሓገዞም፡ ንመንእሰያት ውሉዳትካ ቓል ኣምላኽ ናይ ምምሃር ፍቕሪ ኸም ዜማዕብሉን ጽቡቕ ልማድ ኣገልግሎት ወፍሪ ኸም ዜጥርዩን ብምግባር ኣብ ኣገልግሎት ኪዕወቱ ትሕግዞም ኢኻ። | ኢየሱስ ለደቀ መዛሙርቱ እንዳደረገው ሁሉ እናንተም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆቻችሁ የአምላክን ቃል የማስተማር ፍቅር እንዲያድርባቸውና በመስክ አገልግሎት ዘወትር እንዲካፈሉ በማገዝ በአገልግሎታቸው ውጤታማ እንዲሆኑ መርዳት ትችላላችሁ። |
6,344 | am_tg | በእጅ የተገለበጡ ጥንታዊ የዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎችን ለምሳሌ የሙት ባሕር ጥቅልሎችን የሚያጠኑ ምሁራን፣ ቴትራግራማተን በእነዚህ ጽሑፎች ላይ በብዛት የሚገኝ መሆኑ አስገርሟቸዋል። | እቶም ንኸም እኒ ጥቕላላት ምዉት ባሕሪ ዝኣመሰለ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ እብራይስጢ ዜጽንዑ ሰባት፡ ብብዝሒ እቲ ቴትራግራማተን ዚብሃል ንስም ኣምላኽ ዚውክል ኣርባዕተ ፊደላት እብራይስጢ ዚርከበሉ ቦታታት ይግረሙ እዮም። |
6,345 | tg_am | እቶም ንኸም እኒ ጥቕላላት ምዉት ባሕሪ ዝኣመሰለ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ እብራይስጢ ዜጽንዑ ሰባት፡ ብብዝሒ እቲ ቴትራግራማተን ዚብሃል ንስም ኣምላኽ ዚውክል ኣርባዕተ ፊደላት እብራይስጢ ዚርከበሉ ቦታታት ይግረሙ እዮም። | በእጅ የተገለበጡ ጥንታዊ የዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎችን ለምሳሌ የሙት ባሕር ጥቅልሎችን የሚያጠኑ ምሁራን፣ ቴትራግራማተን በእነዚህ ጽሑፎች ላይ በብዛት የሚገኝ መሆኑ አስገርሟቸዋል። |
6,346 | am_tg | መለኮታዊው ስም፣ በእነዚያ ጥንታዊ የዕብራይስጥ ቅጂዎች ላይ ብቻ ሳይሆን ከሁለተኛው መቶ ዘመን ዓ.ዓ. እስከ አንደኛው መቶ ዘመን ዓ.ም. ባሉት ዓመታት ውስጥ በተገለበጡ አንዳንድ የግሪክኛው ሰብዓ ሊቃናት ቅጂዎች ላይም ይገኛል። | መለኮታዊ ስም ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት እብራይስጢ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ኻብ ካልኣይ ዘመን ቅ.ክ. ክሳዕ ቀዳማይ ዘመን ድ.ክ. ዝዕለቱ ገሊኡ ቕዳሓት ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት እውን ይርከብ እዩ። |
6,347 | tg_am | መለኮታዊ ስም ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት እብራይስጢ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ኻብ ካልኣይ ዘመን ቅ.ክ. ክሳዕ ቀዳማይ ዘመን ድ.ክ. ዝዕለቱ ገሊኡ ቕዳሓት ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት እውን ይርከብ እዩ። | መለኮታዊው ስም፣ በእነዚያ ጥንታዊ የዕብራይስጥ ቅጂዎች ላይ ብቻ ሳይሆን ከሁለተኛው መቶ ዘመን ዓ.ዓ. እስከ አንደኛው መቶ ዘመን ዓ.ም. ባሉት ዓመታት ውስጥ በተገለበጡ አንዳንድ የግሪክኛው ሰብዓ ሊቃናት ቅጂዎች ላይም ይገኛል። |
6,348 | am_tg | የአምላክ የግል ስም መጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ መግባት እንዳለበት ግልጽ ማስረጃ ቢኖርም በርካታ ተርጓሚዎች ቅዱስ የሆነውን መለኮታዊ ስም ከትርጉም ሥራዎቻቸው ውስጥ ሙሉ በሙሉ አውጥተውታል። | ብሕታዊ ስም ኣምላኽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዚርከብ ንጹር መርትዖ እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓያሎ ትርጉማት ንስም ኣምላኽ ጠሪሱ ኣየእትዎን እዩ። |
6,349 | tg_am | ብሕታዊ ስም ኣምላኽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዚርከብ ንጹር መርትዖ እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓያሎ ትርጉማት ንስም ኣምላኽ ጠሪሱ ኣየእትዎን እዩ። | የአምላክ የግል ስም መጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ መግባት እንዳለበት ግልጽ ማስረጃ ቢኖርም በርካታ ተርጓሚዎች ቅዱስ የሆነውን መለኮታዊ ስም ከትርጉም ሥራዎቻቸው ውስጥ ሙሉ በሙሉ አውጥተውታል። |
6,350 | am_tg | በ1952 ሪቫይዝድ ስታንዳርድ ቨርዥን የተባለው ትርጉም ወጣ። | ብ1952 ሪቫይዝድ ስታንዳርድ ቨርሽን ዚብሃል ትርጉም ተሓቲሙ እዩ። |
6,351 | tg_am | ብ1952 ሪቫይዝድ ስታንዳርድ ቨርሽን ዚብሃል ትርጉም ተሓቲሙ እዩ። | በ1952 ሪቫይዝድ ስታንዳርድ ቨርዥን የተባለው ትርጉም ወጣ። |
6,352 | am_tg | ይህ ትርጉም በ1901 ከወጣው አሜሪካን ስታንዳርድ ቨርዥን ላይ ተሻሽሎ የተዘጋጀ ሲሆን የአሜሪካን ስታንዳርድ ቨርዥን አዘጋጆች የተከተሉትን ፖሊሲ በመሻር የአምላክን ስም ከመጽሐፍ ቅዱስ ላይ አውጥቶታል። | እቲ ትርጉም እቲ ነቲ ኣሰናደውቲ ኣመሪካን ስታንዳርድ ቨርሽን ብ1901 ዝሰዓብዎ ስርዓት ብምግልባጥ፡ ንስም ኣምላኽ ኣውጺእዎ እዩ። |
6,353 | tg_am | እቲ ትርጉም እቲ ነቲ ኣሰናደውቲ ኣመሪካን ስታንዳርድ ቨርሽን ብ1901 ዝሰዓብዎ ስርዓት ብምግልባጥ፡ ንስም ኣምላኽ ኣውጺእዎ እዩ። | ይህ ትርጉም በ1901 ከወጣው አሜሪካን ስታንዳርድ ቨርዥን ላይ ተሻሽሎ የተዘጋጀ ሲሆን የአሜሪካን ስታንዳርድ ቨርዥን አዘጋጆች የተከተሉትን ፖሊሲ በመሻር የአምላክን ስም ከመጽሐፍ ቅዱስ ላይ አውጥቶታል። |
6,354 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
6,355 | tg_am | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ | ለምን? |
6,356 | am_tg | መቅድሙ እንዲህ ይላል፦ አንድና ብቸኛ የሆነውን አምላክ በተጸውኦ ስም መጥራት ለዓለም አቀፉ የክርስትና እምነት ፈጽሞ ተገቢ አይደለም። | ኣብ መቕድሙ ኸምዚ ይብል፦ ነቲ ሓደን በይኑን ኣምላኽ ናይ ብሕቲ ስም ምሃብ ኣብቲ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ እምነት ቤተ ክርስትያን ፈጺሙ ዘይግቡእ እዩ። |
6,357 | tg_am | ኣብ መቕድሙ ኸምዚ ይብል፦ ነቲ ሓደን በይኑን ኣምላኽ ናይ ብሕቲ ስም ምሃብ ኣብቲ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ እምነት ቤተ ክርስትያን ፈጺሙ ዘይግቡእ እዩ። | መቅድሙ እንዲህ ይላል፦ አንድና ብቸኛ የሆነውን አምላክ በተጸውኦ ስም መጥራት ለዓለም አቀፉ የክርስትና እምነት ፈጽሞ ተገቢ አይደለም። |
6,358 | am_tg | ከዚያ በኋላ በእንግሊዝኛም ሆነ በሌሎች ቋንቋዎች የተዘጋጁ በርካታ የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉሞች ይህን አካሄድ ተከትለዋል። | እዚ ኸኣ ብድሕሪኡ ንዝሰዓበ ሓያሎ ትርጉማት እንግሊዝኛ ዀነ ኻብ እንግሊዝኛ ወጻኢ ንዘሎ ቛንቋታት ጸልይዎ እዩ። |
6,359 | tg_am | እዚ ኸኣ ብድሕሪኡ ንዝሰዓበ ሓያሎ ትርጉማት እንግሊዝኛ ዀነ ኻብ እንግሊዝኛ ወጻኢ ንዘሎ ቛንቋታት ጸልይዎ እዩ። | ከዚያ በኋላ በእንግሊዝኛም ሆነ በሌሎች ቋንቋዎች የተዘጋጁ በርካታ የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉሞች ይህን አካሄድ ተከትለዋል። |
6,360 | am_tg | በወረስነው ኃጢአት የተነሳ ሁላችንም የሞት ቅጣት ይጠብቀናል። | ብሰንኪ እቲ ዝወረስናዮ ሓጢኣት፡ ኵላትና መቕጻዕቲ ሞት እዩ ዚጽበየና ዘሎ። |
6,361 | tg_am | ብሰንኪ እቲ ዝወረስናዮ ሓጢኣት፡ ኵላትና መቕጻዕቲ ሞት እዩ ዚጽበየና ዘሎ። | በወረስነው ኃጢአት የተነሳ ሁላችንም የሞት ቅጣት ይጠብቀናል። |
6,362 | am_tg | አፍቃሪ የሆነው ይሖዋ ግን ኢየሱስ ወደ ምድር እንዲመጣና ለሰው ሁሉ ሲል ሞትን እንዲቀምስ ዝግጅት አድርጓል። | የሆዋ ግና ብፍቕሩ ተደሪኹ፡ የሱስ ናብ ምድሪ መጺኡ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሞት ኪጥዕም መሰናድዎ ገይሩ። |
6,363 | tg_am | የሆዋ ግና ብፍቕሩ ተደሪኹ፡ የሱስ ናብ ምድሪ መጺኡ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሞት ኪጥዕም መሰናድዎ ገይሩ። | አፍቃሪ የሆነው ይሖዋ ግን ኢየሱስ ወደ ምድር እንዲመጣና ለሰው ሁሉ ሲል ሞትን እንዲቀምስ ዝግጅት አድርጓል። |
6,364 | am_tg | ይሖዋ ይህን በማድረጉ ከሞት የታደገን ከመሆኑም ባሻገር ለሞት መንስኤ የሆነውን ነገር ለአንዴና ለመጨረሻ ጊዜ ለማስወገድ የሚያስችለውን መሠረት ጥሏል። | የሆዋ ንህሉው ህይወትና ጥራይ ኣይኰነን ኣድሒኑ፣ የግዳስ፡ ንጠንቂ ሞት ንዘለኣለም ንምድምሳስ እዩ መሰረት ኣንጺፉ። |
6,365 | tg_am | የሆዋ ንህሉው ህይወትና ጥራይ ኣይኰነን ኣድሒኑ፣ የግዳስ፡ ንጠንቂ ሞት ንዘለኣለም ንምድምሳስ እዩ መሰረት ኣንጺፉ። | ይሖዋ ይህን በማድረጉ ከሞት የታደገን ከመሆኑም ባሻገር ለሞት መንስኤ የሆነውን ነገር ለአንዴና ለመጨረሻ ጊዜ ለማስወገድ የሚያስችለውን መሠረት ጥሏል። |
6,366 | am_tg | በኢየሱስ ላይ እምነት ያላቸው ሁሉ በክርስቶስ በሚመራው የአምላክ መንግሥት አገዛዝ ሥር በምድር ላይ በሰላምና በደስታ ለዘላለም የሚኖሩ ሲሆን ቅቡዓኑ ደግሞ በዚህ መንግሥት ውስጥ ተባባሪ ገዢዎች ይሆናሉ። | ኵሎም እቶም ብየሱስ ዚኣምኑ ኸኣ ምድራውያን ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ብምዃን፡ ወይ ቅቡኣት እንተ ዀይኖም ድማ ኣብታ መንግስቲ መጋዝእቲ ክርስቶስ ብምዃን ናይ ዘለኣለም ህይወት ምስ ሰላምን ሓጐስን ኪረኽቡ እዮም። |
6,367 | tg_am | ኵሎም እቶም ብየሱስ ዚኣምኑ ኸኣ ምድራውያን ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ብምዃን፡ ወይ ቅቡኣት እንተ ዀይኖም ድማ ኣብታ መንግስቲ መጋዝእቲ ክርስቶስ ብምዃን ናይ ዘለኣለም ህይወት ምስ ሰላምን ሓጐስን ኪረኽቡ እዮም። | በኢየሱስ ላይ እምነት ያላቸው ሁሉ በክርስቶስ በሚመራው የአምላክ መንግሥት አገዛዝ ሥር በምድር ላይ በሰላምና በደስታ ለዘላለም የሚኖሩ ሲሆን ቅቡዓኑ ደግሞ በዚህ መንግሥት ውስጥ ተባባሪ ገዢዎች ይሆናሉ። |
6,368 | am_tg | ይሖዋ የሰጠን ይህ ስጦታ የሚያስገኛቸው ሌሎች በረከቶችስ አሉ? | እዚ የሆዋ ዝሃበና ውህበት እዚ፡ እንታይ ካልእ በረኸት እዩ ዜጠቓልል፧ |
6,369 | tg_am | እዚ የሆዋ ዝሃበና ውህበት እዚ፡ እንታይ ካልእ በረኸት እዩ ዜጠቓልል፧ | ይሖዋ የሰጠን ይህ ስጦታ የሚያስገኛቸው ሌሎች በረከቶችስ አሉ? |
6,370 | am_tg | ከይሖዋ ያገኘነው ስጦታ ከሚያስገኛቸው ጥቅሞች መካከል ማንኛውም በሽታ ሙሉ በሙሉ መወገዱ፣ ምድራችን ወደ ገነትነት መለወጧ እንዲሁም የሞቱ ሰዎች መነሳታቸው ይገኙበታል። | የሆዋ ዝሃበና ውህበት ካብ ኵሉ ሕማማትና ምሕዋይን ንምድሪ ናብ ገነት ምቕያርን ንምዉታት ምትንሳእን እውን የጠቓልል እዩ። |
6,371 | tg_am | የሆዋ ዝሃበና ውህበት ካብ ኵሉ ሕማማትና ምሕዋይን ንምድሪ ናብ ገነት ምቕያርን ንምዉታት ምትንሳእን እውን የጠቓልል እዩ። | ከይሖዋ ያገኘነው ስጦታ ከሚያስገኛቸው ጥቅሞች መካከል ማንኛውም በሽታ ሙሉ በሙሉ መወገዱ፣ ምድራችን ወደ ገነትነት መለወጧ እንዲሁም የሞቱ ሰዎች መነሳታቸው ይገኙበታል። |
6,372 | am_tg | ይሖዋና ውድ ልጁ በቃላት ሊገለጽ የማይችል ነፃ ስጦታ ስለሰጡን እንደምንወዳቸው ጥያቄ የለውም። | የሆዋን እቲ ፍቑር ወዱን ነዚ ኺግለጽ ዘይከኣል ውህበት ስለ ዝሃቡና፡ ነፍቅሮም ኢና። |
6,373 | tg_am | የሆዋን እቲ ፍቑር ወዱን ነዚ ኺግለጽ ዘይከኣል ውህበት ስለ ዝሃቡና፡ ነፍቅሮም ኢና። | ይሖዋና ውድ ልጁ በቃላት ሊገለጽ የማይችል ነፃ ስጦታ ስለሰጡን እንደምንወዳቸው ጥያቄ የለውም። |
6,374 | am_tg | በዛሬው ጊዜ አንድ ክርስቲያን በመፈወስ ስጦታ ተጠቅሞ ከሕመማችን ሊያድነን አይችልም። | ክርስትያናት ብጾትና ብውህበት ምፍዋስ ገይሮም ኬሕውዩና ኣብ ዚኽእሉሉ ግዜ ኣይኰንናን እንነብር ዘለና። |
6,375 | tg_am | ክርስትያናት ብጾትና ብውህበት ምፍዋስ ገይሮም ኬሕውዩና ኣብ ዚኽእሉሉ ግዜ ኣይኰንናን እንነብር ዘለና። | በዛሬው ጊዜ አንድ ክርስቲያን በመፈወስ ስጦታ ተጠቅሞ ከሕመማችን ሊያድነን አይችልም። |
6,376 | am_tg | ይሁንና አንዳንድ ወንድሞች ምክር ባንጠይቃቸውም እንኳ በአሳቢነት ተነሳስተው ከጤና ጋር የተያያዙ አስተያየቶችን ይሰጣሉ። | ገሊኦም ኣሕዋትና ግና ካብ ጽቡቕ ሓሳብ ተበጊሶም ከይተሓትቱ ብዛዕባ ጥዕና ሓሳብ ይህቡ እዮም። |
6,377 | tg_am | ገሊኦም ኣሕዋትና ግና ካብ ጽቡቕ ሓሳብ ተበጊሶም ከይተሓትቱ ብዛዕባ ጥዕና ሓሳብ ይህቡ እዮም። | ይሁንና አንዳንድ ወንድሞች ምክር ባንጠይቃቸውም እንኳ በአሳቢነት ተነሳስተው ከጤና ጋር የተያያዙ አስተያየቶችን ይሰጣሉ። |
6,378 | am_tg | በእርግጥ አንዳንዶች የሚሰጡት ሐሳብ ጠቃሚ ሊሆን ይችላል። | ልክዕ እዩ፡ ሓደ ሰብ ሓፈሻዊ ጠቓሚ ሓሳባት ኪህብ ይኽእል እዩ። |
6,379 | tg_am | ልክዕ እዩ፡ ሓደ ሰብ ሓፈሻዊ ጠቓሚ ሓሳባት ኪህብ ይኽእል እዩ። | በእርግጥ አንዳንዶች የሚሰጡት ሐሳብ ጠቃሚ ሊሆን ይችላል። |
6,380 | am_tg | ጢሞቴዎስ በአካባቢው ያለው ውኃ በመበከሉ የተነሳ ሳይሆን አይቀርም፣ ሆዱን ባመመው ጊዜ ጳውሎስ እንዲህ ዓይነት ምክር ሰጥቶታል። | ጳውሎስ እውን ንጢሞቴዎስ ሕማም ከብዲ ምስ ኣሸገሮ፡ ከምኡ ገይሩ እዩ፣ ጢሞቴዎስ ምናልባት ብሰንኪ እቲ ኣብቲ ኸባቢ ዝነበረ እተበከለ ማይ እዩ ሓሚሙ ኪኸውን ዚኽእል። |
6,381 | tg_am | ጳውሎስ እውን ንጢሞቴዎስ ሕማም ከብዲ ምስ ኣሸገሮ፡ ከምኡ ገይሩ እዩ፣ ጢሞቴዎስ ምናልባት ብሰንኪ እቲ ኣብቲ ኸባቢ ዝነበረ እተበከለ ማይ እዩ ሓሚሙ ኪኸውን ዚኽእል። | ጢሞቴዎስ በአካባቢው ያለው ውኃ በመበከሉ የተነሳ ሳይሆን አይቀርም፣ ሆዱን ባመመው ጊዜ ጳውሎስ እንዲህ ዓይነት ምክር ሰጥቶታል። |
6,382 | am_tg | ይህ ግን የእምነት ባልንጀራችን፣ አንዳንድ ዕፀዋትን ወይም መድኃኒቶችን እንዲወስድ አሊያም አንድን የአመጋገብ ሥርዓት እንዲከተል ለማሳመን ከመሞከር በጣም የተለየ ነው፤ ምናልባትም ይህ ዓይነቱ ሕክምና ውጤታማ ላይሆን እንዲያውም አንዳንድ ጊዜ ጉዳት ሊያስከትል ይችላል። | እዚ ግና ንሓደ ብጻይና ናይ የሆዋ ምስክር፡ ገሊኡ ጥቕሚ ዘይብሉ ወይ እውን ጐዳኢ ኪኸውን ዚኽእል ዓይነት ኣትክልቲ ወይ ፈውሲ ኺጥቀም፡ ወይ ከኣ ገሊኡ ስርዓት ኣመጋግባ ኺስዕብ ከተእምኖ ኻብ ምፍታን ኣመና እተፈልየ እዩ። |
6,383 | tg_am | እዚ ግና ንሓደ ብጻይና ናይ የሆዋ ምስክር፡ ገሊኡ ጥቕሚ ዘይብሉ ወይ እውን ጐዳኢ ኪኸውን ዚኽእል ዓይነት ኣትክልቲ ወይ ፈውሲ ኺጥቀም፡ ወይ ከኣ ገሊኡ ስርዓት ኣመጋግባ ኺስዕብ ከተእምኖ ኻብ ምፍታን ኣመና እተፈልየ እዩ። | ይህ ግን የእምነት ባልንጀራችን፣ አንዳንድ ዕፀዋትን ወይም መድኃኒቶችን እንዲወስድ አሊያም አንድን የአመጋገብ ሥርዓት እንዲከተል ለማሳመን ከመሞከር በጣም የተለየ ነው፤ ምናልባትም ይህ ዓይነቱ ሕክምና ውጤታማ ላይሆን እንዲያውም አንዳንድ ጊዜ ጉዳት ሊያስከትል ይችላል። |
6,384 | am_tg | አንዳንድ ጊዜ የጤና ምክር የሚሰጡ ሰዎች አንድ ዘመዴ እንዲህ ዓይነት ሕመም ነበረበት፤ ሲወስድ ግን ተሻለው እንደሚለው ዓይነት ሐሳብ ሲሰነዝሩ ይሰማል። | ሓድሓደ ግዜ፡ ዘመደይ ተመሳሳሊ ሕማም ነይርዎስ፡ እዚ ምስ ወሰደ ሓውዩ እናበሉ ንኻልኦት ኬምእኑ ዚፍትኑ ኣለዉ። |
6,385 | tg_am | ሓድሓደ ግዜ፡ ዘመደይ ተመሳሳሊ ሕማም ነይርዎስ፡ እዚ ምስ ወሰደ ሓውዩ እናበሉ ንኻልኦት ኬምእኑ ዚፍትኑ ኣለዉ። | አንዳንድ ጊዜ የጤና ምክር የሚሰጡ ሰዎች አንድ ዘመዴ እንዲህ ዓይነት ሕመም ነበረበት፤ ሲወስድ ግን ተሻለው እንደሚለው ዓይነት ሐሳብ ሲሰነዝሩ ይሰማል። |
6,386 | am_tg | ምክሩ የተሰጠው በአሳቢነት ሊሆን ይችላል፤ ያም ቢሆን በሰፊው የሚሠራበት መድኃኒትም ሆነ የሕክምና ዓይነት እንኳ ጉዳት ሊያስከትል እንደሚችል ማስታወስ ይኖርብናል። | እቲ ዚውሃብ ርእይቶ ኻብ ጽቡቕ ሓሳብ ተላዒሉ እተዋህበ ይኹን ብዘየገድስ፡ ዋላ እኳ እቲ ብዙሓት ዜዘውትርዎ ዓይነት ሕክምና፡ ሕማቕ ሳዕቤናት ኪህልዎ ኸም ዚኽእል ክንርስዕ የብልናን። |
6,387 | tg_am | እቲ ዚውሃብ ርእይቶ ኻብ ጽቡቕ ሓሳብ ተላዒሉ እተዋህበ ይኹን ብዘየገድስ፡ ዋላ እኳ እቲ ብዙሓት ዜዘውትርዎ ዓይነት ሕክምና፡ ሕማቕ ሳዕቤናት ኪህልዎ ኸም ዚኽእል ክንርስዕ የብልናን። | ምክሩ የተሰጠው በአሳቢነት ሊሆን ይችላል፤ ያም ቢሆን በሰፊው የሚሠራበት መድኃኒትም ሆነ የሕክምና ዓይነት እንኳ ጉዳት ሊያስከትል እንደሚችል ማስታወስ ይኖርብናል። |
6,388 | am_tg | ክርስቲያኖች እንደመሆናችን መጠን ለእስራኤል ብሔር የተሰጠው ሕግ በውስጡ ካካተታቸው መመሪያዎች ጥቅም ማግኘት እንችላለን። | ከም ክርስትያናት መጠን፡ ካብቲ ንህዝቢ እስራኤል ኣብ እተዋህቦም ሕጊ ዘሎ መምርሒታት ክንጥቀም ንኽእል ኢና። |
6,389 | tg_am | ከም ክርስትያናት መጠን፡ ካብቲ ንህዝቢ እስራኤል ኣብ እተዋህቦም ሕጊ ዘሎ መምርሒታት ክንጥቀም ንኽእል ኢና። | ክርስቲያኖች እንደመሆናችን መጠን ለእስራኤል ብሔር የተሰጠው ሕግ በውስጡ ካካተታቸው መመሪያዎች ጥቅም ማግኘት እንችላለን። |
6,390 | am_tg | እንዴት? | ብኸመይ፧ |
6,391 | tg_am | ብኸመይ፧ | እንዴት? |
6,392 | am_tg | ከሕጉ በስተ ጀርባ ያሉትን መሠረታዊ ሥርዓቶች ቆም ብለን በመመርመር ነው። | ነቲ ኣብቲ ሕጊ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓት ንምምርማር፡ ደው ብምባልን ብምርኣይን ኢና ኻብኡ ኽንጥቀም እንኽእል። |
6,393 | tg_am | ነቲ ኣብቲ ሕጊ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓት ንምምርማር፡ ደው ብምባልን ብምርኣይን ኢና ኻብኡ ኽንጥቀም እንኽእል። | ከሕጉ በስተ ጀርባ ያሉትን መሠረታዊ ሥርዓቶች ቆም ብለን በመመርመር ነው። |
6,394 | am_tg | በእነዚህ ሕጎች ሥር ባንሆንም እንኳ አብዛኞቹ ከዕለት ተዕለት ሕይወታችንና ለቅዱሱ አምላካችን ለይሖዋ ከምናቀርበው አምልኮ ጋር በተያያዘ አስተማማኝ መመሪያ ይሰጡናል። | ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ እኳ እንተ ዘይኰንና፡ ካብቲ ሕጊ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትናን ኣብቲ ነቲ ቕዱስ ኣምላኽና ዝዀነ የሆዋ እነቕርቦ ኣምልኾን ክንጥቀመሉ እንኽእል ጠቓሚ መምርሒታት ክንረክብ ንኽእል ኢና። |
6,395 | tg_am | ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ እኳ እንተ ዘይኰንና፡ ካብቲ ሕጊ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትናን ኣብቲ ነቲ ቕዱስ ኣምላኽና ዝዀነ የሆዋ እነቕርቦ ኣምልኾን ክንጥቀመሉ እንኽእል ጠቓሚ መምርሒታት ክንረክብ ንኽእል ኢና። | በእነዚህ ሕጎች ሥር ባንሆንም እንኳ አብዛኞቹ ከዕለት ተዕለት ሕይወታችንና ለቅዱሱ አምላካችን ለይሖዋ ከምናቀርበው አምልኮ ጋር በተያያዘ አስተማማኝ መመሪያ ይሰጡናል። |
6,396 | am_tg | አምላክ እነዚህ ሕጎች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ እንዲጻፉ ያደረገው ትምህርት እንድንቀስምባቸውና ከክርስቲያኖች የሚጠበቀውን የላቀ የሥነ ምግባር ደረጃ መገንዘብ እንድንችል ነው። | የሆዋ እቲ ሕግታት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዚምዝገብ ዝገበረ፡ ካብኡ ምእንቲ ኽንምሃርን በቲ መሰረታዊ ስርዓታቱ ምእንቲ ኽንምራሕን ነቲ ንክርስትያናት እተዋህበ ዝለዓለ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ሞሳ ምእንቲ ኺህልወናን ኢሉ እዩ። |
6,397 | tg_am | የሆዋ እቲ ሕግታት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዚምዝገብ ዝገበረ፡ ካብኡ ምእንቲ ኽንምሃርን በቲ መሰረታዊ ስርዓታቱ ምእንቲ ኽንምራሕን ነቲ ንክርስትያናት እተዋህበ ዝለዓለ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ሞሳ ምእንቲ ኺህልወናን ኢሉ እዩ። | አምላክ እነዚህ ሕጎች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ እንዲጻፉ ያደረገው ትምህርት እንድንቀስምባቸውና ከክርስቲያኖች የሚጠበቀውን የላቀ የሥነ ምግባር ደረጃ መገንዘብ እንድንችል ነው። |
6,398 | am_tg | ኢየሱስ ምን እንዳለ ልብ በል፦ አታመንዝር እንደተባለ ሰምታችኋል። | ነቲ የሱስ ዝበሎ እሞ ስምዓዮ፣ ንሱ፡ ኣይትዘሙ ኸም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም። |
6,399 | tg_am | ነቲ የሱስ ዝበሎ እሞ ስምዓዮ፣ ንሱ፡ ኣይትዘሙ ኸም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም። | ኢየሱስ ምን እንዳለ ልብ በል፦ አታመንዝር እንደተባለ ሰምታችኋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.