Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
6,500 | am_tg | የአምላክን ቃል የሚናገሩ ሰዎችን በዚያ መንገድ ማባረሬ ሞኝነት እንደሆነ ተሰምቶኛል። | ኣብ ቅድሚ እቶም ቃል ኣምላኽ ዚሰብኩ ኽልተ ሰባት ደው ኢለ ኽሰጕጎም ምፍታነይ ዕሽነት እዩ ነይሩ። |
6,501 | tg_am | ኣብ ቅድሚ እቶም ቃል ኣምላኽ ዚሰብኩ ኽልተ ሰባት ደው ኢለ ኽሰጕጎም ምፍታነይ ዕሽነት እዩ ነይሩ። | የአምላክን ቃል የሚናገሩ ሰዎችን በዚያ መንገድ ማባረሬ ሞኝነት እንደሆነ ተሰምቶኛል። |
6,502 | am_tg | አስፋፊዎቹ በትንሹም እንኳ እንደተናደዱ የሚያሳይ ነገር አድርገው ቢሆን ኖሮ ሴትየዋ እንዲህ ዓይነት ደብዳቤ ትጽፍ ነበር? | እቶም ኣስፋሕቲ ቝሩብ እንተ ዚቝጥዑ ነይሮም፡ እታ ብዓልቲ ቤት ከምኡ ኢላ ምጸሓፈትዶ፧ |
6,503 | tg_am | እቶም ኣስፋሕቲ ቝሩብ እንተ ዚቝጥዑ ነይሮም፡ እታ ብዓልቲ ቤት ከምኡ ኢላ ምጸሓፈትዶ፧ | አስፋፊዎቹ በትንሹም እንኳ እንደተናደዱ የሚያሳይ ነገር አድርገው ቢሆን ኖሮ ሴትየዋ እንዲህ ዓይነት ደብዳቤ ትጽፍ ነበር? |
6,504 | am_tg | ላትጽፍ ትችላለች። | ምናልባት ኣይምጸሓፈትን። |
6,505 | tg_am | ምናልባት ኣይምጸሓፈትን። | ላትጽፍ ትችላለች። |
6,506 | am_tg | ይህ በትክክለኛው ጊዜ የተሰጠ ጠቃሚ ምክር ነበር። | እዚ እዋናውን ጽቡቕን ምኽሪ እዩ ነይሩ። |
6,507 | tg_am | እዚ እዋናውን ጽቡቕን ምኽሪ እዩ ነይሩ። | ይህ በትክክለኛው ጊዜ የተሰጠ ጠቃሚ ምክር ነበር። |
6,508 | am_tg | ይሖዋ ለቃየን ይህን ማስጠንቀቂያ የሰጠው አደገኛ የሆነ አካሄድ እየተከተለ እንደሆነ ስለተገነዘበ ነው። | ቃየል ሓደገኛ መገዲ ይስዕብ ከም ዘሎ ንጹር ምስ ኰነ፡ የሆዋ ኣጠንቂቕዎ ነበረ። |
6,509 | tg_am | ቃየል ሓደገኛ መገዲ ይስዕብ ከም ዘሎ ንጹር ምስ ኰነ፡ የሆዋ ኣጠንቂቕዎ ነበረ። | ይሖዋ ለቃየን ይህን ማስጠንቀቂያ የሰጠው አደገኛ የሆነ አካሄድ እየተከተለ እንደሆነ ስለተገነዘበ ነው። |
6,510 | am_tg | የሚያሳዝነው ግን ቃየን የተሰጠውን ማስጠንቀቂያ ሳይቀበል ቀረ፤ ይህም ለከባድ ችግር ዳርጎታል። | እቲ ዜሕዝን ግና፡ ቃየል ነቲ ምኽሪ ስለ ዘየቕለበሉ፡ ሳዕቤኑ ዓጸደ። |
6,511 | tg_am | እቲ ዜሕዝን ግና፡ ቃየል ነቲ ምኽሪ ስለ ዘየቕለበሉ፡ ሳዕቤኑ ዓጸደ። | የሚያሳዝነው ግን ቃየን የተሰጠውን ማስጠንቀቂያ ሳይቀበል ቀረ፤ ይህም ለከባድ ችግር ዳርጎታል። |
6,512 | am_tg | የኤርምያስ ጸሐፊ የነበረው ባሮክ በተሰላቸና ደስታ በራቀው ጊዜ ይሖዋ የችግሩ መንስኤ ምን እንደሆነ እንዲያስተውል ምክር ሰጥቶታል። | እቲ ጸሓፊ ኤርምያስ ዝነበረ ባሩኽ ምስ ደኸመን ምስ ተሓለለን እውን፡ ቀንዲ ምንጪ ጸገሙ ምእንቲ ኺርኣዮ የሆዋ ምኽሪ ሂብዎ እዩ። |
6,513 | tg_am | እቲ ጸሓፊ ኤርምያስ ዝነበረ ባሩኽ ምስ ደኸመን ምስ ተሓለለን እውን፡ ቀንዲ ምንጪ ጸገሙ ምእንቲ ኺርኣዮ የሆዋ ምኽሪ ሂብዎ እዩ። | የኤርምያስ ጸሐፊ የነበረው ባሮክ በተሰላቸና ደስታ በራቀው ጊዜ ይሖዋ የችግሩ መንስኤ ምን እንደሆነ እንዲያስተውል ምክር ሰጥቶታል። |
6,514 | am_tg | ከቃየን በተቃራኒ ባሮክ ይሖዋ የሰጠውን ምክር በመቀበሉ ሕይወቱን ማትረፍ ችሏል። | ባሩኽ ከም ቃየል ዘይኰነስ፡ ምኽሪ የሆዋ ስለ እተቐበለ፡ ህይወቱ ደሓነት። |
6,515 | tg_am | ባሩኽ ከም ቃየል ዘይኰነስ፡ ምኽሪ የሆዋ ስለ እተቐበለ፡ ህይወቱ ደሓነት። | ከቃየን በተቃራኒ ባሮክ ይሖዋ የሰጠውን ምክር በመቀበሉ ሕይወቱን ማትረፍ ችሏል። |
6,516 | am_tg | ጳውሎስ፣ ይሖዋ የሚወዳቸውን ይገሥጻልና፤ እንዲያውም እንደ ልጁ አድርጎ የሚቀበለውን ሁሉ ይቀጣል ሲል ጽፏል። | ጳውሎስ፡ የሆዋስ ንዜፍቅሮ እዩ ዚግስጾ፣ ነቲ ኸም ውሉዱ ዚቕበሎ ዘበለ እውን ይገርፎ እዩ ኢሉ ጸሓፈ። |
6,517 | tg_am | ጳውሎስ፡ የሆዋስ ንዜፍቅሮ እዩ ዚግስጾ፣ ነቲ ኸም ውሉዱ ዚቕበሎ ዘበለ እውን ይገርፎ እዩ ኢሉ ጸሓፈ። | ጳውሎስ፣ ይሖዋ የሚወዳቸውን ይገሥጻልና፤ እንዲያውም እንደ ልጁ አድርጎ የሚቀበለውን ሁሉ ይቀጣል ሲል ጽፏል። |
6,518 | am_tg | ይሁንና ተግሣጽ ሁልጊዜ ቅጣትን ብቻ የሚያመለክት አይደለም። | ተግሳጽ ግና፡ መቕጻዕቲ ጥራይ ኣይኰነን። |
6,519 | tg_am | ተግሳጽ ግና፡ መቕጻዕቲ ጥራይ ኣይኰነን። | ይሁንና ተግሣጽ ሁልጊዜ ቅጣትን ብቻ የሚያመለክት አይደለም። |
6,520 | am_tg | በተለያዩ መንገዶች ሊሰጥ ይችላል። | ብእተፈላለየ መገዲ ኺውሃብ ይከኣል እዩ። |
6,521 | tg_am | ብእተፈላለየ መገዲ ኺውሃብ ይከኣል እዩ። | በተለያዩ መንገዶች ሊሰጥ ይችላል። |
6,522 | am_tg | በርካታ የአምላክ ታማኝ አገልጋዮች ከባድ ፈተና እንደደረሰባቸው የሚገልጹ ዘገባዎች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ተጠቅሰው እናገኛለን፤ አንዳንዶቹ ፈተናዎች ተግሣጽንና ሥልጠናን ያካተቱ ናቸው። | ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ እቶም ተግሳጽን ስልጠናን ዜጠቓልል ከቢድ ፈተናታት ዝሓለፉ እሙናት ኣገልገልቲ ብዙሕ ኣብነታት ንረክብ ኢና። |
6,523 | tg_am | ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ እቶም ተግሳጽን ስልጠናን ዜጠቓልል ከቢድ ፈተናታት ዝሓለፉ እሙናት ኣገልገልቲ ብዙሕ ኣብነታት ንረክብ ኢና። | በርካታ የአምላክ ታማኝ አገልጋዮች ከባድ ፈተና እንደደረሰባቸው የሚገልጹ ዘገባዎች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ተጠቅሰው እናገኛለን፤ አንዳንዶቹ ፈተናዎች ተግሣጽንና ሥልጠናን ያካተቱ ናቸው። |
6,524 | am_tg | ታማኝ የሆኑ ሰዎች በዚያ ወቅት ይሸለማሉ፤ ታማኝ ያልሆኑት ደግሞ ይቀጣሉ። | እቲ እዋን እቲ፡ እቶም እሙናት ዓስቦም ዚቕበሉሉ፡ እቶም ዘይእሙናት ከኣ ዚቕጽዑሉ እዋን እዩ። |
6,525 | tg_am | እቲ እዋን እቲ፡ እቶም እሙናት ዓስቦም ዚቕበሉሉ፡ እቶም ዘይእሙናት ከኣ ዚቕጽዑሉ እዋን እዩ። | ታማኝ የሆኑ ሰዎች በዚያ ወቅት ይሸለማሉ፤ ታማኝ ያልሆኑት ደግሞ ይቀጣሉ። |
6,526 | am_tg | በማቴዎስ ዘገባ ላይ እንደተገለጸው ኢየሱስ የተለያዩ ገጽታዎች ስላሉት ምልክት በተናገረው ሐሳብ መደምደሚያ ላይ የበጎቹንና የፍየሎቹን ምሳሌ ተናግሯል፤ እንዲህ ብሏል፦ የሰው ልጅ ከመላእክቱ ሁሉ ጋር በክብሩ ሲመጣ በክብራማ ዙፋኑ ላይ ይቀመጣል። | ብመሰረት ማቴዎስ፡ የሱስ ብዛዕባ እቲ ብዙሕ ነገራት ዝሓቘፈ ምልክት ድሕሪ ምግላጹ፡ ነዚ ዚስዕብ ምሳሌ እተን ኣባጊዕን ኣጣልን ሃበ፦ ወዲ ሰብ ምስ ኵሎም መላእኽቱ ብኽብሩ ምስ መጸ፡ ሽዑ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ኪቕመጥ እዩ። |
6,527 | tg_am | ብመሰረት ማቴዎስ፡ የሱስ ብዛዕባ እቲ ብዙሕ ነገራት ዝሓቘፈ ምልክት ድሕሪ ምግላጹ፡ ነዚ ዚስዕብ ምሳሌ እተን ኣባጊዕን ኣጣልን ሃበ፦ ወዲ ሰብ ምስ ኵሎም መላእኽቱ ብኽብሩ ምስ መጸ፡ ሽዑ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ኪቕመጥ እዩ። | በማቴዎስ ዘገባ ላይ እንደተገለጸው ኢየሱስ የተለያዩ ገጽታዎች ስላሉት ምልክት በተናገረው ሐሳብ መደምደሚያ ላይ የበጎቹንና የፍየሎቹን ምሳሌ ተናግሯል፤ እንዲህ ብሏል፦ የሰው ልጅ ከመላእክቱ ሁሉ ጋር በክብሩ ሲመጣ በክብራማ ዙፋኑ ላይ ይቀመጣል። |
6,528 | am_tg | ሕዝቦች ሁሉ በፊቱ ይሰበሰባሉ፤ እረኛ በጎቹን ከፍየሎቹ እንደሚለይ ሁሉ እሱም ሰዎችን አንዱን ከሌላው ይለያል። | ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺእከቡ እዮም፣ ንሱ ኸኣ፡ ከምቲ ጓሳ ንኣባጊዕ ካብ ኣጣል ዚፈላልየን፡ ካብ ንሓድሕዶም ኪፈላልዮም እዩ። |
6,529 | tg_am | ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺእከቡ እዮም፣ ንሱ ኸኣ፡ ከምቲ ጓሳ ንኣባጊዕ ካብ ኣጣል ዚፈላልየን፡ ካብ ንሓድሕዶም ኪፈላልዮም እዩ። | ሕዝቦች ሁሉ በፊቱ ይሰበሰባሉ፤ እረኛ በጎቹን ከፍየሎቹ እንደሚለይ ሁሉ እሱም ሰዎችን አንዱን ከሌላው ይለያል። |
6,530 | am_tg | በጎቹን በቀኙ፣ ፍየሎቹን ግን በግራው ያደርጋቸዋል። | ነተን ኣባጊዕ ኣብ የማኑ፡ ነተን ኣጣል ድማ ኣብ ጸጋሙ ኺገብረን እዩ። |
6,531 | tg_am | ነተን ኣባጊዕ ኣብ የማኑ፡ ነተን ኣጣል ድማ ኣብ ጸጋሙ ኺገብረን እዩ። | በጎቹን በቀኙ፣ ፍየሎቹን ግን በግራው ያደርጋቸዋል። |
6,532 | am_tg | በጎቹና ፍየሎቹ ምን ዓይነት ፍርድ ይሰጣቸዋል? | እተን ኣባጊዕን እተን ኣጣልን እንታይ ፍርዲ እዩ ኺውሃበን፧ |
6,533 | tg_am | እተን ኣባጊዕን እተን ኣጣልን እንታይ ፍርዲ እዩ ኺውሃበን፧ | በጎቹና ፍየሎቹ ምን ዓይነት ፍርድ ይሰጣቸዋል? |
6,534 | am_tg | ኢየሱስ ምሳሌውን የደመደመው ፍየሎቹ ወደ ዘላለም ጥፋት ጻድቃን ግን ወደ ዘላለም ሕይወት ይሄዳሉ በማለት ነው። | እቲ ምሳሌ፡ እዚኣቶም እቶም ብኣጣል እተመሰሉ ናብ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት፡ ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪኸዱ እዮም ብዚብል ቃላት ይዛዘም። |
6,535 | tg_am | እቲ ምሳሌ፡ እዚኣቶም እቶም ብኣጣል እተመሰሉ ናብ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት፡ ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪኸዱ እዮም ብዚብል ቃላት ይዛዘም። | ኢየሱስ ምሳሌውን የደመደመው ፍየሎቹ ወደ ዘላለም ጥፋት ጻድቃን ግን ወደ ዘላለም ሕይወት ይሄዳሉ በማለት ነው። |
6,536 | am_tg | ለይሖዋ ያለንን ፍቅር የምናሳይባቸው በርካታ መንገዶች አሉ። | ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉ እንኽእል ብዙሕ መገድታት ኣሎ። |
6,537 | tg_am | ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉ እንኽእል ብዙሕ መገድታት ኣሎ። | ለይሖዋ ያለንን ፍቅር የምናሳይባቸው በርካታ መንገዶች አሉ። |
6,538 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ በመንግሥቱ የስብከት ሥራ በቅንዓት በመካፈል ለአምላክና ለሰዎች ፍቅር እንዳለን ማሳየት እንችላለን። | ንኣብነት፡ ኣብ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ብምክፋል፡ ንኣምላኽን ንብጻይናን ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ ንኽእል ኢና። |
6,539 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ብምክፋል፡ ንኣምላኽን ንብጻይናን ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ ንኽእል ኢና። | ለምሳሌ ያህል፣ በመንግሥቱ የስብከት ሥራ በቅንዓት በመካፈል ለአምላክና ለሰዎች ፍቅር እንዳለን ማሳየት እንችላለን። |
6,540 | am_tg | የእምነት ፈተናዎች ሲያጋጥሙን ንጹሕ አቋማችንን ከጠበቅን ለይሖዋ እውነተኛ ፍቅር እንዳለን እናሳያለን። | ንእምነትና ዚፍትን ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ ብተጻዋርነት ብምሕላፍ ንጽህናና እንተ ሓሊና፡ ንየሆዋ ብሓቂ ኸም እነፍቅሮ ኢና እነርኢ። |
6,541 | tg_am | ንእምነትና ዚፍትን ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ ብተጻዋርነት ብምሕላፍ ንጽህናና እንተ ሓሊና፡ ንየሆዋ ብሓቂ ኸም እነፍቅሮ ኢና እነርኢ። | የእምነት ፈተናዎች ሲያጋጥሙን ንጹሕ አቋማችንን ከጠበቅን ለይሖዋ እውነተኛ ፍቅር እንዳለን እናሳያለን። |
6,542 | am_tg | የሚያጋጥሙን ፈተናዎች ከባድ በሚሆኑበት ጊዜም እንኳ አምላክ ሥቃያችንን እንደሚያውቅ እንዲሁም እንደሚደግፈን እርግጠኞች መሆን እንችላለን፤ ምክንያቱም በእሱ ፊት ውድ ነን። | እቲ ፈተናታት እንተ ኸቢዱና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡራት ስለ ዝዀንና፡ ንሱ ንመከራና ኸም ዚርድኦን ከም ዚሕግዘናን ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና። |
6,543 | tg_am | እቲ ፈተናታት እንተ ኸቢዱና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡራት ስለ ዝዀንና፡ ንሱ ንመከራና ኸም ዚርድኦን ከም ዚሕግዘናን ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና። | የሚያጋጥሙን ፈተናዎች ከባድ በሚሆኑበት ጊዜም እንኳ አምላክ ሥቃያችንን እንደሚያውቅ እንዲሁም እንደሚደግፈን እርግጠኞች መሆን እንችላለን፤ ምክንያቱም በእሱ ፊት ውድ ነን። |
6,544 | am_tg | ለይሖዋ ያለን ፍቅር በፍጥረት ሥራዎቹ ላይ እንድናሰላስል እንዲሁም ስላደረጋቸው ሌሎች ድንቅ ነገሮች እንድናስብ ይገፋፋናል። | ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ፡ ብዛዕባ ፍጥረታቱን ብዛዕባ ኻልእ ዜደንቕ ግብርታቱን ከነስተንትን ትድርኸና እያ። |
6,545 | tg_am | ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ፡ ብዛዕባ ፍጥረታቱን ብዛዕባ ኻልእ ዜደንቕ ግብርታቱን ከነስተንትን ትድርኸና እያ። | ለይሖዋ ያለን ፍቅር በፍጥረት ሥራዎቹ ላይ እንድናሰላስል እንዲሁም ስላደረጋቸው ሌሎች ድንቅ ነገሮች እንድናስብ ይገፋፋናል። |
6,546 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስን በትጋት በማጥናት አምላክን እንደምንወደው እንዲሁም ለቃሉ የላቀ አክብሮት እንዳለን እናሳያለን። | ንመጽሓፍ ቅዱስ ብትግሃት ነጽንዖ እንተ ዄንና፡ ንኣምላኽ ከም እነፍቅሮን ንቓሉ ኸም እነኽብሮን ኢና እነርኢ። |
6,547 | tg_am | ንመጽሓፍ ቅዱስ ብትግሃት ነጽንዖ እንተ ዄንና፡ ንኣምላኽ ከም እነፍቅሮን ንቓሉ ኸም እነኽብሮን ኢና እነርኢ። | መጽሐፍ ቅዱስን በትጋት በማጥናት አምላክን እንደምንወደው እንዲሁም ለቃሉ የላቀ አክብሮት እንዳለን እናሳያለን። |
6,548 | am_tg | ለይሖዋ ያለን ፍቅር ይበልጥ በጸሎት እንድንቀርበው ያነሳሳናል። | ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ፡ ብጸሎት ኣቢልና ናብኡ ኸም እንቐርብ ትገብረና እያ። |
6,549 | tg_am | ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ፡ ብጸሎት ኣቢልና ናብኡ ኸም እንቐርብ ትገብረና እያ። | ለይሖዋ ያለን ፍቅር ይበልጥ በጸሎት እንድንቀርበው ያነሳሳናል። |
6,550 | am_tg | በተጨማሪም አምላክ ለኃጢአታችን ማስተሰረያ እንዲሆን ባደረገው የቤዛ ዝግጅት ላይ ስናሰላስል ለእሱ ያለን ፍቅር የበለጠ ይጨምራል። | ብዘይካዚ፡ ብዛዕባ እቲ ምእንቲ ሓጢኣትና ተባሂሉ ዝቐረበ መስዋእታዊ በጃ ኸነስተንትን ከለና፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ እናዓበየት ክትከይድ እያ። |
6,551 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ብዛዕባ እቲ ምእንቲ ሓጢኣትና ተባሂሉ ዝቐረበ መስዋእታዊ በጃ ኸነስተንትን ከለና፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ እናዓበየት ክትከይድ እያ። | በተጨማሪም አምላክ ለኃጢአታችን ማስተሰረያ እንዲሆን ባደረገው የቤዛ ዝግጅት ላይ ስናሰላስል ለእሱ ያለን ፍቅር የበለጠ ይጨምራል። |
6,552 | am_tg | ይሖዋ ጽኑ ፍቅር ስላሳየን እኛም በምላሹ እሱን እንድንወደው ከሚያደርጉን ብዙ ምክንያቶች መካከል እነዚህ ጥቂቶቹ ናቸው። | እዚ ገለ ኻብቲ ነታ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ የሆዋ ምላሽ ክንህበሉን ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉን እንኽእል መገድታት እዩ። |
6,553 | tg_am | እዚ ገለ ኻብቲ ነታ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ የሆዋ ምላሽ ክንህበሉን ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ኸነርእየሉን እንኽእል መገድታት እዩ። | ይሖዋ ጽኑ ፍቅር ስላሳየን እኛም በምላሹ እሱን እንድንወደው ከሚያደርጉን ብዙ ምክንያቶች መካከል እነዚህ ጥቂቶቹ ናቸው። |
6,554 | am_tg | ሐዋርያው ጳውሎስ በኤፌሶን ያሉ ክርስቲያኖች በመንፈሳዊ እድገት ማድረግ እንደሚያስፈልጋቸው ጽፎላቸዋል። | ሃዋርያ ጳውሎስ ነቶም ኣብ ኤፌሶን ዝነበሩ ክርስትያናት ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩ ኸም ዜድልዮም ጽሒፉሎም እዩ። |
6,555 | tg_am | ሃዋርያ ጳውሎስ ነቶም ኣብ ኤፌሶን ዝነበሩ ክርስትያናት ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩ ኸም ዜድልዮም ጽሒፉሎም እዩ። | ሐዋርያው ጳውሎስ በኤፌሶን ያሉ ክርስቲያኖች በመንፈሳዊ እድገት ማድረግ እንደሚያስፈልጋቸው ጽፎላቸዋል። |
6,556 | am_tg | በእምነትና ስለ አምላክ ልጅ ትክክለኛ እውቀት በመቅሰም ወደሚገኘው አንድነት እንዲሁም ሙሉ ሰው ወደ መሆን ይኸውም እንደ ክርስቶስ የተሟላ የጉልምስና ደረጃ ላይ ለመድረስ እንዲጣጣሩ አበረታቷቸዋል። | ናብ ሓድነት እምነትን ናብ ልክዕ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽን፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ኪበጽሑ ድማ ኣተባቢዕዎም እዩ። |
6,557 | tg_am | ናብ ሓድነት እምነትን ናብ ልክዕ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽን፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ኪበጽሑ ድማ ኣተባቢዕዎም እዩ። | በእምነትና ስለ አምላክ ልጅ ትክክለኛ እውቀት በመቅሰም ወደሚገኘው አንድነት እንዲሁም ሙሉ ሰው ወደ መሆን ይኸውም እንደ ክርስቶስ የተሟላ የጉልምስና ደረጃ ላይ ለመድረስ እንዲጣጣሩ አበረታቷቸዋል። |
6,558 | am_tg | ጳውሎስ ደብዳቤውን በጻፈበት ወቅት የኤፌሶን ጉባኤ ከተቋቋመ የተወሰኑ ዓመታት አልፈው ነበር። | ጳውሎስ ነታ መልእኽቱ ኺጽሕፋ ኸሎ፡ እታ ኣብ ኤፌሶን ዝነበረት ጉባኤ ኻብ እትምስረት እተወሰነ ዓመታት ገይራ ነይራ እያ። |
6,559 | tg_am | ጳውሎስ ነታ መልእኽቱ ኺጽሕፋ ኸሎ፡ እታ ኣብ ኤፌሶን ዝነበረት ጉባኤ ኻብ እትምስረት እተወሰነ ዓመታት ገይራ ነይራ እያ። | ጳውሎስ ደብዳቤውን በጻፈበት ወቅት የኤፌሶን ጉባኤ ከተቋቋመ የተወሰኑ ዓመታት አልፈው ነበር። |
6,560 | am_tg | በዚያ የሚገኙ በርካታ ደቀ መዛሙርት ከፍ ያለ መንፈሳዊ የእድገት ደረጃ ላይ ደርሰው ነበር። | ኣብኣ ዝነበሩ ብዙሓት ደቀ መዛሙርቲ ድማ፡ ኣብ ልዑል ደረጃ መንፈሳዊ ዕቤት በጺሖም ነይሮም እዮም። |
6,561 | tg_am | ኣብኣ ዝነበሩ ብዙሓት ደቀ መዛሙርቲ ድማ፡ ኣብ ልዑል ደረጃ መንፈሳዊ ዕቤት በጺሖም ነይሮም እዮም። | በዚያ የሚገኙ በርካታ ደቀ መዛሙርት ከፍ ያለ መንፈሳዊ የእድገት ደረጃ ላይ ደርሰው ነበር። |
6,562 | am_tg | አንዳንዶቹ ግን አሁንም ወደ ጉልምስና ደረጃ ላይ ለመድረስ ጥረት ማድረግ ያስፈልጋቸው ነበር። | ገሊኣቶም ግና ናብ ብስለት ንምብጻሕ ጻዕሪ ኺገብሩ የድልዮም ነይሩ እዩ። |
6,563 | tg_am | ገሊኣቶም ግና ናብ ብስለት ንምብጻሕ ጻዕሪ ኺገብሩ የድልዮም ነይሩ እዩ። | አንዳንዶቹ ግን አሁንም ወደ ጉልምስና ደረጃ ላይ ለመድረስ ጥረት ማድረግ ያስፈልጋቸው ነበር። |
6,564 | am_tg | በዛሬው ጊዜ በይሖዋ ምሥክሮች መካከል ያለው ሁኔታ ተመሳሳይ ነው። | ሎሚ ኣብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘሎ ዅነታት እውን ተመሳሳሊ እዩ። |
6,565 | tg_am | ሎሚ ኣብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘሎ ዅነታት እውን ተመሳሳሊ እዩ። | በዛሬው ጊዜ በይሖዋ ምሥክሮች መካከል ያለው ሁኔታ ተመሳሳይ ነው። |
6,566 | am_tg | ብዙዎቹ ወንድሞችና እህቶች አምላክን ረዘም ላሉ ዓመታት ሲያገለግሉ የቆዩና በመንፈሳዊ የጎለመሱ ናቸው። | ብዙሓት ኣሕዋትን ኣሓትን ንኣምላኽ ንነዊሕ ግዜ ኣገልጊሎምዎን ናብ መንፈሳዊ ብስለት ገስጊሶምን ኣለዉ። |
6,567 | tg_am | ብዙሓት ኣሕዋትን ኣሓትን ንኣምላኽ ንነዊሕ ግዜ ኣገልጊሎምዎን ናብ መንፈሳዊ ብስለት ገስጊሶምን ኣለዉ። | ብዙዎቹ ወንድሞችና እህቶች አምላክን ረዘም ላሉ ዓመታት ሲያገለግሉ የቆዩና በመንፈሳዊ የጎለመሱ ናቸው። |
6,568 | am_tg | ሆኖም ሁሉም የጉልምስና ደረጃ ላይ ደርሰዋል ማለት አይደለም። | ኵላቶም ግና ኣብቲ ደረጃ እቲ ኣይበጽሑን። |
6,569 | tg_am | ኵላቶም ግና ኣብቲ ደረጃ እቲ ኣይበጽሑን። | ሆኖም ሁሉም የጉልምስና ደረጃ ላይ ደርሰዋል ማለት አይደለም። |
6,570 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ በየዓመቱ በሺዎች የሚቆጠሩ አዳዲስ ሰዎች ይጠመቃሉ፤ እነዚህ ሰዎች ደግሞ መንፈሳዊ ጉልምስና ላይ ለመድረስ ጥረት ማድረግ ያስፈልጋቸዋል። | ንኣብነት፡ ዓመት ዓመት ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ሓደስቲ ይጥመቑ እዮም፣ ስለዚ፡ ገሊኦም ናብ ብስለት ኪበጽሑ ጻዕሪ ኺገብሩ የድልዮም እዩ። |
6,571 | tg_am | ንኣብነት፡ ዓመት ዓመት ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ሓደስቲ ይጥመቑ እዮም፣ ስለዚ፡ ገሊኦም ናብ ብስለት ኪበጽሑ ጻዕሪ ኺገብሩ የድልዮም እዩ። | ለምሳሌ ያህል፣ በየዓመቱ በሺዎች የሚቆጠሩ አዳዲስ ሰዎች ይጠመቃሉ፤ እነዚህ ሰዎች ደግሞ መንፈሳዊ ጉልምስና ላይ ለመድረስ ጥረት ማድረግ ያስፈልጋቸዋል። |
6,572 | am_tg | አንተስ እድገት ማድረግ ያስፈልግህ ይሆን?—፤ | ንስኻኸ ኸመይ ኢኻ፧ |
6,573 | tg_am | ንስኻኸ ኸመይ ኢኻ፧ | አንተስ እድገት ማድረግ ያስፈልግህ ይሆን?—፤ |
6,574 | am_tg | ረሃቡ በምድሪቱ ላይ በርትቶ ነበር። | እቲ ጥሜት ከኣ ኣብታ ምድሪ በርትዐ። |
6,575 | tg_am | እቲ ጥሜት ከኣ ኣብታ ምድሪ በርትዐ። | ረሃቡ በምድሪቱ ላይ በርትቶ ነበር። |
6,576 | am_tg | ስለሆነም ከግብፅ ያመጡትን እህል በልተው ሲጨርሱ አባታቸው “ተመልሳችሁ ሂዱና ጥቂት እህል ግዙልን” አላቸው። | ነቲ ኻብ ግብጺ ዘምጽእዎ እኽሊ በሊዖም ምስ ወድኡ ድማ፡ ኣቦኦም፡ “ተመሊስኩም ሒደት ምግቢ ዓድጉልና” በሎም። |
6,577 | tg_am | ነቲ ኻብ ግብጺ ዘምጽእዎ እኽሊ በሊዖም ምስ ወድኡ ድማ፡ ኣቦኦም፡ “ተመሊስኩም ሒደት ምግቢ ዓድጉልና” በሎም። | ስለሆነም ከግብፅ ያመጡትን እህል በልተው ሲጨርሱ አባታቸው “ተመልሳችሁ ሂዱና ጥቂት እህል ግዙልን” አላቸው። |
6,578 | am_tg | በዚህ ጊዜ ይሁዳ እንዲህ አለው፦ “ሰውየው ‘ወንድማችሁን ይዛችሁት ካልመጣችሁ በምንም ዓይነት ዳግመኛ ፊቴን አታዩም’ በማለት በግልጽ አስጠንቅቆናል። | ይሁዳ ኸኣ፡ “እቲ ሰብኣይ፡ ‘ሓውኩም ምሳኻትኩም እንተ ዘየልዩ፡ ደጊም ገጸይ ኣይክትርእዩን ኢኹም’ ኢሉ ብንጹር ኣጠንቂቑና እዩ። |
6,579 | tg_am | ይሁዳ ኸኣ፡ “እቲ ሰብኣይ፡ ‘ሓውኩም ምሳኻትኩም እንተ ዘየልዩ፡ ደጊም ገጸይ ኣይክትርእዩን ኢኹም’ ኢሉ ብንጹር ኣጠንቂቑና እዩ። | በዚህ ጊዜ ይሁዳ እንዲህ አለው፦ “ሰውየው ‘ወንድማችሁን ይዛችሁት ካልመጣችሁ በምንም ዓይነት ዳግመኛ ፊቴን አታዩም’ በማለት በግልጽ አስጠንቅቆናል። |
6,580 | am_tg | ወንድማችንን ከእኛ ጋር የምትልከው ከሆነ ወደዚያ ወርደን እህል እንገዛልሃለን። | ንሓውና ምሳና ትሰድዶ እንተ ዄንካ፡ ወሪድና ምግቢ ኽንዕድገልካ ኢና። |
6,581 | tg_am | ንሓውና ምሳና ትሰድዶ እንተ ዄንካ፡ ወሪድና ምግቢ ኽንዕድገልካ ኢና። | ወንድማችንን ከእኛ ጋር የምትልከው ከሆነ ወደዚያ ወርደን እህል እንገዛልሃለን። |
6,582 | am_tg | እሱን የማትልከው ከሆነ ግን ወደዚያ አንወርድም፤ ምክንያቱም ሰውየው ‘ወንድማችሁን ይዛችሁት ካልመጣችሁ በምንም ዓይነት ዳግመኛ ፊቴን አታዩም’ ብሎናል።” | ዘይትሰድዶ እንተ ዄንካ ግና፡ እቲ ሰብኣይ፡ ‘ሓውኩም ምሳኻትኩም እንተ ዘየልዩ፡ ደጊም ገጸይ ኣይክትርእዩን ኢኹም’ ኢሉና እዩ እሞ፡ ኣይንወርድን ኢና” በሎ። |
6,583 | tg_am | ዘይትሰድዶ እንተ ዄንካ ግና፡ እቲ ሰብኣይ፡ ‘ሓውኩም ምሳኻትኩም እንተ ዘየልዩ፡ ደጊም ገጸይ ኣይክትርእዩን ኢኹም’ ኢሉና እዩ እሞ፡ ኣይንወርድን ኢና” በሎ። | እሱን የማትልከው ከሆነ ግን ወደዚያ አንወርድም፤ ምክንያቱም ሰውየው ‘ወንድማችሁን ይዛችሁት ካልመጣችሁ በምንም ዓይነት ዳግመኛ ፊቴን አታዩም’ ብሎናል።” |
6,584 | am_tg | እስራኤልም “ምነው እንዲህ ላለ ችግር ዳረጋችሁኝ? ሌላ ወንድም እንዳላችሁ ለምን ለሰውየው ነገራችሁት?” አላቸው። | እስራኤል ከኣ፡ “ነቲ ሰብኣይ ካልእ ሓው ከም ዘሎኩም ብምንጋር ስለምንታይ ሽግር ኣምጺእኩምለይ፧” በለ። |
6,585 | tg_am | እስራኤል ከኣ፡ “ነቲ ሰብኣይ ካልእ ሓው ከም ዘሎኩም ብምንጋር ስለምንታይ ሽግር ኣምጺእኩምለይ፧” በለ። | እስራኤልም “ምነው እንዲህ ላለ ችግር ዳረጋችሁኝ? ሌላ ወንድም እንዳላችሁ ለምን ለሰውየው ነገራችሁት?” አላቸው። |
6,586 | am_tg | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ሰውየው ‘አባታችሁ አሁንም በሕይወት አለ? ሌላስ ወንድም አላችሁ?’ በማለት በቀጥታ ስለ እኛና ስለ ዘመዶቻችን ጠየቀን፤ እኛም ለጥያቄው መልስ ሰጠነው። ታዲያ ‘ወንድማችሁን ይዛችሁ ኑ’ ይለናል ብለን እንዴት ልንጠረጥር እንችላለን?” | ንሳቶም ድማ፡ “እቲ ሰብኣይ ብዛዕባናን ብዛዕባ ኣዝማድናን፡ ‘ኣቦኹም ገናዶ ብህይወት ኣሎ፧ ካልእ ሓውከ ኣሎኩምዶ፧’ ኢሉ ብቐጥታ ሓቲቱና፣ ንሕና ኸኣ እዚ ሓቂ እዚ ነጊርናዮ። ‘ንሓውኩም ናብዚ ኣውርድዎ’ ኸም ዚብለና ኸመይ ጌርና ኽንፈልጥ ንኽእል፧” በሉ። |
6,587 | tg_am | ንሳቶም ድማ፡ “እቲ ሰብኣይ ብዛዕባናን ብዛዕባ ኣዝማድናን፡ ‘ኣቦኹም ገናዶ ብህይወት ኣሎ፧ ካልእ ሓውከ ኣሎኩምዶ፧’ ኢሉ ብቐጥታ ሓቲቱና፣ ንሕና ኸኣ እዚ ሓቂ እዚ ነጊርናዮ። ‘ንሓውኩም ናብዚ ኣውርድዎ’ ኸም ዚብለና ኸመይ ጌርና ኽንፈልጥ ንኽእል፧” በሉ። | እነሱም እንዲህ አሉት፦ “ሰውየው ‘አባታችሁ አሁንም በሕይወት አለ? ሌላስ ወንድም አላችሁ?’ በማለት በቀጥታ ስለ እኛና ስለ ዘመዶቻችን ጠየቀን፤ እኛም ለጥያቄው መልስ ሰጠነው። ታዲያ ‘ወንድማችሁን ይዛችሁ ኑ’ ይለናል ብለን እንዴት ልንጠረጥር እንችላለን?” |
6,588 | am_tg | ከዚያም ይሁዳ አባቱን እስራኤልን እንዲህ በማለት ለመነው፦ “እኛም ሆን አንተ እንዲሁም ትናንሽ ልጆቻችን በረሃብ ከምናልቅ፣ በሕይወት እንድንተርፍ ልጁ ከእኔ ጋር እንዲሄድ ፍቀድና ተነስተን ወደዚያ እንሂድ። | ይሁዳ ድማ ንኣቦኡ እስራኤል ከምዚ በሎ፦ “ንሕናን ንስኻን ቈልዑናን ብህይወት ክንነብር እምበር፡ ከይንመውትሲ፡ ነዚ ወዲ ምሳይ ስደዶ እሞ ንኺድ። |
6,589 | tg_am | ይሁዳ ድማ ንኣቦኡ እስራኤል ከምዚ በሎ፦ “ንሕናን ንስኻን ቈልዑናን ብህይወት ክንነብር እምበር፡ ከይንመውትሲ፡ ነዚ ወዲ ምሳይ ስደዶ እሞ ንኺድ። | ከዚያም ይሁዳ አባቱን እስራኤልን እንዲህ በማለት ለመነው፦ “እኛም ሆን አንተ እንዲሁም ትናንሽ ልጆቻችን በረሃብ ከምናልቅ፣ በሕይወት እንድንተርፍ ልጁ ከእኔ ጋር እንዲሄድ ፍቀድና ተነስተን ወደዚያ እንሂድ። |
6,590 | am_tg | የልጁን ደህንነት በተመለከተ ኃላፊነቱን እኔ እወስዳለሁ። አንድ ነገር ቢሆን እኔን ተጠያቂ ልታደርገኝ ትችላለህ። ልጁን ወደ አንተ መልሼ ባላመጣውና ባላስረክብህ በሕይወቴ ሙሉ በፊትህ በደለኛ ልሁን። | ኣነ እውሓሶ። ኣነ ተሓታቲ እኸውን። ናባኻ እንተ ዘይመሊሰዮን ኣብ ቅድሜኻ እንተ ዘየቕሪበዮን፡ ንሓዋሩ ኸም ዝበደልኩኻ እኸውን። |
6,591 | tg_am | ኣነ እውሓሶ። ኣነ ተሓታቲ እኸውን። ናባኻ እንተ ዘይመሊሰዮን ኣብ ቅድሜኻ እንተ ዘየቕሪበዮን፡ ንሓዋሩ ኸም ዝበደልኩኻ እኸውን። | የልጁን ደህንነት በተመለከተ ኃላፊነቱን እኔ እወስዳለሁ። አንድ ነገር ቢሆን እኔን ተጠያቂ ልታደርገኝ ትችላለህ። ልጁን ወደ አንተ መልሼ ባላመጣውና ባላስረክብህ በሕይወቴ ሙሉ በፊትህ በደለኛ ልሁን። |
6,592 | am_tg | ዝም ብለን ጊዜ ባናጠፋ ኖሮ እስካሁን ሁለት ጊዜ እዚያ ደርሰን በተመለስን ነበር።” | እንተ ዘይንድንጕስ፡ ክሳዕ ሕጂ ኽልተ ሳዕ ናብኡ ኼድና ምተመለስና ኔርና።” |
6,593 | tg_am | እንተ ዘይንድንጕስ፡ ክሳዕ ሕጂ ኽልተ ሳዕ ናብኡ ኼድና ምተመለስና ኔርና።” | ዝም ብለን ጊዜ ባናጠፋ ኖሮ እስካሁን ሁለት ጊዜ እዚያ ደርሰን በተመለስን ነበር።” |
6,594 | am_tg | በመሆኑም አባታቸው እስራኤል እንዲህ አላቸው፦ “እንግዲህ ሌላ አማራጭ ከጠፋ እንዲህ አድርጉ፦ ምድሪቱ ከምታፈራቸው ምርጥ ነገሮች መካከል ጥቂት በለሳን፣ ጥቂት ማር፣ ጥሩ መዓዛ ያለው ሙጫ፣ ከርቤ፣ ለውዝና አልሞንድ ለሰውየው ስጦታ እንዲሆን በከረጢቶቻችሁ ይዛችሁ ውረዱ። | ሽዑ፡ ኣቦኦም እስራኤል ከምዚ በሎም፦ “ከምኡ እንተ ዀይኑስ፡ ከምዚ ግበሩ፦ ካብ ፍርያት እዛ ምድሪ እዚኣ ዘዝበለጸ ኣብ ከረጺታትኩም ውሰዱ፣ ነቲ ሰብኣይ ህያብ ኪኸውን ድማ ሒደት በለሳንን ሒደት መዓርን ምዑዝ ዕንዲዳን ዕንዲዳዊ ቕላጥን ካዕካዕን ለውዝን ተማልኡሉ። |
6,595 | tg_am | ሽዑ፡ ኣቦኦም እስራኤል ከምዚ በሎም፦ “ከምኡ እንተ ዀይኑስ፡ ከምዚ ግበሩ፦ ካብ ፍርያት እዛ ምድሪ እዚኣ ዘዝበለጸ ኣብ ከረጺታትኩም ውሰዱ፣ ነቲ ሰብኣይ ህያብ ኪኸውን ድማ ሒደት በለሳንን ሒደት መዓርን ምዑዝ ዕንዲዳን ዕንዲዳዊ ቕላጥን ካዕካዕን ለውዝን ተማልኡሉ። | በመሆኑም አባታቸው እስራኤል እንዲህ አላቸው፦ “እንግዲህ ሌላ አማራጭ ከጠፋ እንዲህ አድርጉ፦ ምድሪቱ ከምታፈራቸው ምርጥ ነገሮች መካከል ጥቂት በለሳን፣ ጥቂት ማር፣ ጥሩ መዓዛ ያለው ሙጫ፣ ከርቤ፣ ለውዝና አልሞንድ ለሰውየው ስጦታ እንዲሆን በከረጢቶቻችሁ ይዛችሁ ውረዱ። |
6,596 | am_tg | በተጨማሪም እጥፍ ገንዘብ ያዙ፤ በከረጢቶቻችሁ አፍ ላይ ተደርጎ የተመለሰላችሁንም ገንዘብ ይዛችሁ ሂዱ። ምናልባት በስህተት የመጣ ሊሆን ይችላል። | ዕጽፊ ገንዘብ ድማ ውሰዱ፣ እቲ ኣብ ኣፍ ከረጺታትኩም እተመልሰ ገንዘብ እውን ምለስዎ። ምናልባት ብጌጋ ይኸውን። |
6,597 | tg_am | ዕጽፊ ገንዘብ ድማ ውሰዱ፣ እቲ ኣብ ኣፍ ከረጺታትኩም እተመልሰ ገንዘብ እውን ምለስዎ። ምናልባት ብጌጋ ይኸውን። | በተጨማሪም እጥፍ ገንዘብ ያዙ፤ በከረጢቶቻችሁ አፍ ላይ ተደርጎ የተመለሰላችሁንም ገንዘብ ይዛችሁ ሂዱ። ምናልባት በስህተት የመጣ ሊሆን ይችላል። |
6,598 | am_tg | በሉ ተነሱና ወንድማችሁን ይዛችሁ ወደ ሰውየው ሂዱ። | ንሓውኩም ወሲድኩም ተንስኡ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ተመለሱ። |
6,599 | tg_am | ንሓውኩም ወሲድኩም ተንስኡ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ተመለሱ። | በሉ ተነሱና ወንድማችሁን ይዛችሁ ወደ ሰውየው ሂዱ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.