Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
6,400
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ አንዲትን ሴት በፍትወት ስሜት የሚመለከት ሁሉ በዚያን ጊዜ በልቡ ከእሷ ጋር አመንዝሯል።
ኣነ ግና፡ ንሰበይቲ ብፍትወት ዚጥምታ ዅሉ፡ ብልቡ ድሮ ምስኣ ዘምዩ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ በለ።
6,401
tg_am

6,402
am_tg
በመሆኑም ምንዝር ከመፈጸም መራቅ ብቻ ሳይሆን የፆታ ብልግና የመፈጸም ምኞትንም ማስወገድ ይኖርብናል።
ስለዚ፡ ክንዝሙ የብልናን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ጾታዊ ርኽሰት ንምፍጻም ክንምነ እውን የብልናን።
6,403

6,404
am_tg
በሰማይ ያለው አባታችን ለሚጠይቁት መንፈስ ቅዱስን እንደሚሰጣቸው ኢየሱስ ቃል ገብቷል።
የሱስ፡ እቲ ሰማያዊ ኣቦና ነቶም ዚሓትትዎ ዘበሉ መንፈስ ቅዱሱ ኸም ዚህቦም ኣተስፍዩ እዩ።
6,405

6,406
am_tg
የአምላክ መንፈስ ፍሬ ማለትም የአምላክ መንፈስ የሚያስገኛቸው መልካም ባሕርያት፣ ሁሉን ቻይ የሆነውን አምላክ ማንነት ያንጸባርቃሉ።
ፍረ መንፈስ፡ በቲ ንጡፍ ሓይሊ ኣምላኽ ዚፈሪ ኣወንታዊ ባህርያት፡ ባህርያት እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ዜንጸባርቕ እዩ።
6,407

6,408
am_tg
የዚህን መንፈስ ፍሬ ስታፈራ ከሌሎች ጋር ያለህ ዝምድና ይሻሻላል።
ፍረ መንፈስ ከተፍሪ ኸለኻ ኸኣ፡ ምስ ካልኦት ዘሎካ ርክብ ይመሓየሽ እዩ።
6,409

6,410
am_tg
ይህ ደግሞ ጭንቀት ሊያስከትሉ የሚችሉ የተለያዩ ሁኔታዎችን ለማስቀረት ይረዳሃል።
በዚ ኸምዚ፡ ጭንቀት ኪፈጥር ዚኽእል ብዙሕ ኵነታት ከተወግድ ትኽእል ኢኻ።
6,411

6,412
am_tg
ከኃይለኛው የአምላክ እጅ በታች ራስህን ዝቅ ለማድረግም ሆነ የሚያስጨንቅህን ነገር ሁሉ በእሱ ላይ ለመጣል ትሕትና እንደሚያስፈልግህ ግልጽ ነው።
ኣብታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ክንውከልን ጭንቀትና ናብኡ ኽንድርብዮን ትሕትና የድልየና እዩ።
6,413

6,414
am_tg
ትሕትና ካዳበርክ ደግሞ የአምላክን ሞገስና ድጋፍ ታገኛለህ።
ትሕትና እንተ ኣማዕቢልካ ድማ፡ ሞገስን ደገፍን ኣምላኽ ክትረክብ ኢኻ።
6,415

6,416
am_tg
አካልህ፣ አእምሮህና ስሜትህ መቋቋም የሚችለው ነገር ውስን እንደሆነ ከተገነዘብክ በአምላክ ትታመናለህ፤ ይህም ከልክ በላይ እንዳትጨነቅ ይረዳሃል።
ብዛዕባ እቲ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ዓቕምኻ ሚዛናዊ ኣረኣእያ እንተ ኣልዩካ፡ ኣብ ኣምላኽ ስለ እትውከል፡ ብጭንቀት ኣይክትወሓጥን ኢኻ።
6,417

6,418
am_tg
እስራኤላውያን የይሖዋን መመሪያ በመከተል የማደሪያውን ድንኳን ሠርተዋል።
እስራኤላውያን ነቲ የሆዋ ዝሃቦም መምርሒ ብምስዓብ ማሕደር ሃኒጾም እዮም።
6,419

6,420
am_tg
ከጊዜ በኋላ ደግሞ ለይሖዋ አምልኮ ቤተ መቅደስ ገነቡ።
ጸኒሖም ድማ፡ ንኣምልኾ የሆዋ ዚኸውን ቤተ መቕደስ ሰርሑ።
6,421
tg_am
ጸኒሖም ድማ፡ ንኣምልኾ የሆዋ ዚኸውን ቤተ መቕደስ ሰርሑ።
ከጊዜ በኋላ ደግሞ ለይሖዋ አምልኮ ቤተ መቅደስ ገነቡ።
6,422
am_tg
አይሁዳውያን ከባቢሎን ግዞት ከተመለሱ በኋላ በምኩራቦች ውስጥ አዘውትረው ይሰበሰቡ ነበር።
ኣይሁድ ካብ ምርኮ ባቢሎን ምስ ተመልሱ፡ ኣዘውቲሮም ኣብ ምኵራብ ወይ ቤት ጸሎት ይእከቡ ነበሩ።
6,423

6,424
am_tg
የጥንቶቹ ክርስቲያኖች ደግሞ በጉባኤ አባላት ቤት ውስጥ ይሰበሰቡ ነበር።
ቀዳሞት ክርስትያናት እውን ኣብ ኣባይቲ እቶም ኣባላት ክርስትያን ጉባኤታት ይእክቡ ነበሩ።
6,425

6,426
am_tg
በዛሬው ጊዜም የይሖዋ ሕዝቦች ከእሱ ለመማርና እሱን ለማምለክ በዓለም ዙሪያ በአሥር ሺዎች በሚቆጠሩ የመንግሥት አዳራሾች ውስጥ ይሰበሰባሉ።
ሎሚ ዘለዉ ህዝቢ የሆዋ፡ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዚርከብ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዚቝጸር ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ንትምህርትን ንኣምልኾን ይእከቡ እዮም።
6,427

6,428
am_tg
ኢየሱስ በኢየሩሳሌም ለነበረው የይሖዋ ቤተ መቅደስ ታላቅ ፍቅር ያለው ከመሆኑም ሌላ በጣም ከፍ አድርጎ ይመለከተው ነበር፤ በመሆኑም አንድ የወንጌል ጸሐፊ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለው ትንቢት በኢየሱስ ላይ እንደተፈጸመ ገልጿል።
የሱስ ነቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ቤተ መቕደስ ዓብዪ ፍቕርን ሞሳን ስለ ዝነበሮ፡ ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ ወንጌል፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ትንቢታዊ ቓላት ኣብኡ ኣውዓሎ።
6,429

6,430
am_tg
እርግጥ ነው፣ በኢየሩሳሌም ከነበረው ቤተ መቅደስ ጋር በሚመጣጠን ደረጃ የይሖዋ ቤት ሊባል የሚችል አንድም የመንግሥት አዳራሽ የለም።
ምስቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ቤተ መቕደስ ብዚመዓራረ መገዲ ቤት የሆዋ ኺብሃል ዚክኣል ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ሎሚ የለን።
6,431

6,432
am_tg
ያም ቢሆን በዘመናችን ያሉትን የአምልኮ ቦታዎች እንዴት ልንጠቀምባቸው እንደሚገባና ለእነዚህ ቦታዎች ሊኖረን የሚገባውን አክብሮት የሚያሳዩ መሠረታዊ ሥርዓቶችን መጽሐፍ ቅዱስ ላይ እናገኛለን።
ኰይኑ ግና፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሎሚ ዘሎ ቦታታት ኣምልኾ ብኸመይ ኣብ ጥቕሚ ኺውዕልን ብኣኽብሮት ኪትሓዝን ከም ዘለዎ ዚገልጽ ስርዓታት ይሕብረና እዩ።
6,433

6,434
am_tg
ገበያ ወጥተህ የበሰሉ ፍራፍሬዎችን ስታማርጥ ሁሉም ፍራፍሬዎች አንድ ዓይነት እንዳልሆኑ ማስተዋልህ አይቀርም።
ኣብ ዕዳጋ ብሱል ፍረታት ክትሓሪ ኸለኻ፡ ኵሉ እቲ ፍረታት ሕደ ዘይምዃኑ ኽትርኢ ትኽእል ኢኻ።
6,435

6,436
am_tg
ያም ሆኖ ሁሉም መብሰላቸው የሚታወቅበት መንገድ አለ።
ግናኸ፡ ብሱል ዜብሎ እተወሰነ መለለይታት ኣለዎ።
6,437
tg_am
ግናኸ፡ ብሱል ዜብሎ እተወሰነ መለለይታት ኣለዎ።
ያም ሆኖ ሁሉም መብሰላቸው የሚታወቅበት መንገድ አለ።
6,438
am_tg
በተመሳሳይም የጎለመሱ ክርስቲያኖች በብሔር፣ በአስተዳደግ፣ በአካላዊ ጤንነት፣ በዕድሜና በልምድ ሊለያዩ ይችላሉ።
ብተመሳሳሊ ኸኣ፡ ብሱላት ክርስትያናት እተፈላለየ ዜግነትን ኣተዓባብያን ጥዕናን ዕድመን ተመክሮን ዘለዎም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም።
6,439

6,440
am_tg
አልፎ ተርፎም የባሕርይ ወይም የባሕል ልዩነት አላቸው።
ኣብ ባህርያቶም ወይ ባህሎም እውን ፍልልይ ኪህልዎም ይኽእል እዩ።
6,441

6,442
am_tg
ይሁንና በመንፈሳዊ እድገት የሚያደርጉ ሁሉ የጎለመሱ መሆናቸውን የሚያሳዩ ባሕርያትን ያንጸባርቃሉ።
ግናኸ፡ ኵሎም እቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ዝዓበዩ፡ ብሱላት ምዃኖም ዚልለይሉ ባህርያት የማዕብሉ እዮም።
6,443

6,444
am_tg
እንዴት?
ብኸመይ፧
6,445
tg_am
ብኸመይ፧
እንዴት?
6,446
am_tg
አንድ የጎለመሰ የይሖዋ አገልጋይ በአኗኗሩ ኢየሱስን ለመምሰልና የእሱን ፈለግ በጥብቅ ለመከተል ጥረት ያደርጋል።
ሓደ ብሱል ኣገልጋሊ የሆዋ፡ ንህይወቱ ኣብቲ እቲ ኣስኣሰሩ ኽንስዕብ ኣርኣያ ዝሓደገልና የሱስ ዝሓደጎ ኣብነት ከም እተተኵር እዩ ዚገብር።
6,447

6,448
am_tg
ኢየሱስ ይበልጥ አስፈላጊ እንደሆነ አድርጎ የገለጸው ነገር ምንድን ነው?
እሞኸ የሱስ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ዘጕልሖ ነገር እንታይ እዩ፧
6,449

6,450
am_tg
ይሖዋን በሙሉ ልብ፣ ነፍስና አእምሮ መውደድ እንዲሁም ባልንጀራን እንደ ራስ መውደድ ነው።
ብምሉእ ልብናን ነፍስናን ኣእምሮናን ንየሆዋ ምፍቃርን ንብጻይና ኸም ነፍስና ምፍቃርን እዩ።
6,451

6,452
am_tg
አንድ የጎለመሰ ክርስቲያን ይህን ምክር ተግባራዊ ለማድረግ ይጥራል።
ሓደ ብሱል ክርስትያን ምስዚ ምኽሪ እዚ ተሰማሚዑ ኺነብር እዩ ዚጽዕር።
6,453

6,454
am_tg
አኗኗሩ ከይሖዋ ጋር ለመሠረተው ዝምድና ቅድሚያ እንደሚሰጥና ለሌሎች የራስን ጥቅም መሥዋዕት የሚያደርግ ፍቅር እንዳለው ያሳያል።
ነቲ ምስ የሆዋ ዘለዎ ርክብን ነቲ ንሰባት ዜርእዮም ጥቕሚ ርእሳ እትስውእ ፍቕርን ኣብ ቀዳማይ ቦታ ዚስራዕ ዓይነት ናብራ ህይወት እዩ ዚህልዎ።
6,455

6,456
am_tg
ኢየሱስ ወደ ሰማይ ከማረጉ በፊት ሐዋርያቱ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ጥያቄ ጠየቁት።
የሱስ ናብ ሰማይ ቅድሚ ምዕራጉ፡ ሃዋርያቱ ነዛ ኣብ ላዕሊ ዘላ ሕቶ ሓተትዎ።
6,457

6,458
am_tg
ኢየሱስ የሰጣቸው መልስ፣ የአምላክ መንግሥት መግዛት የሚጀመርበትን ወቅት የሚያውቁበት ጊዜ እንዳልደረሰ የሚያሳይ ነው።
እቲ የሱስ ዝሃቦም መልሲ፡ መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ ምግዛእ ከም እትጅምር ዚፈልጡሉ እዋን ከም ዘይኰነ ዚሕብር እዩ ነይሩ።
6,459

6,460
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ሊያከናውኑት በሚገባው አስፈላጊ ሥራ ይኸውም በስብከቱ ተልእኮ ላይ እንዲያተኩሩ ነገራቸው።
ንደቀ መዛሙርቱ ድማ፡ ኣብቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ዝዀነ ዕዮ ምስክርነት ኬተኵሩ ነገሮም።
6,461

6,462
am_tg
ያም ቢሆን ኢየሱስ፣ የአምላክ መንግሥት የሚመጣበትን ጊዜ በጉጉት እንዲጠባበቁ ተከታዮቹን አስተምሯቸዋል።
ይኹን እምበር፡ የሱስ ንሰዓብቱ፡ ንምምጻእ መንግስቲ ኣምላኽ ብሃንቀውታ ኺጽበይዎ ምሂርዎም እዩ።
6,463

6,464
am_tg
በመሆኑም ከሐዋርያት ዘመን ጀምሮ ክርስቲያኖች ይህ መንግሥት እንዲመጣ ሲጸልዩ ኖረዋል።
ስለዚ፡ ካብ ግዜ ሃዋርያት ንነጀው ዝነበሩ ክርስትያናት፡ መንግስቲ ኣምላኽ ክትመጽእ ጸልዮም እዮም።
6,465

6,466
am_tg
ኢየሱስ የሚያስተዳድረው የአምላክ መንግሥት ከሰማይ ሆኖ መግዛት የሚጀምርበት ጊዜ ሲደርስ፣ ይሖዋ ነገሮች የሚከናወኑበትን ጊዜ እንዲያውቁ ሕዝቡን ረድቷቸዋል።
መንግስቲ ኣምላኽ ብየሱስ እናተመርሐት ኣብ ሰማይ ኰይና እትገዝኣሉ እዋን ምስ ቀረበ፡ የሆዋ ንህዝቡ ኣበየናይ ዓመት ምግዛእ ከም እትጅምር ንኼስተውዕሉ ሓጊዝዎም እዩ።
6,467

6,468
am_tg
በ1876 ቻርልስ ቴዝ ራስል የጻፈው አንድ ርዕስ ባይብል ኤግዛሚነር በተባለ መጽሔት ላይ ወጥቶ ነበር።
ብ1876 ብቻርለስ ቴዝ ራስል እተጻሕፈት ዓንቀጽ፡ ኣብታ ባይብል ኤግዛማይነር ዘርእስታ መጽሔት ወጸት።
6,469

6,470
am_tg
የአሕዛብ ዘመናት የሚያበቁት መቼ ነው?
እታ፡ ዘመናት ኣህዛብ መዓስ እየን ዚውድኣ፧
6,471
tg_am
እታ፡ ዘመናት ኣህዛብ መዓስ እየን ዚውድኣ፧
የአሕዛብ ዘመናት የሚያበቁት መቼ ነው?
6,472
am_tg
የሚል ጭብጥ ያለው ይህ ርዕስ 1914 ልዩ ዓመት መሆኑን ጠቁሞ ነበር።
ዘርእስታ ዓንቀጽ፡ ን1914 ከም ኣገዳሲት ዓመት ገይራ ጠቐሰታ።
6,473

6,474
am_tg
በዳንኤል ትንቢት ላይ የተገለጹት ሰባት ዘመናት ኢየሱስ ከጠቀሳቸው የተወሰኑት የአሕዛብ ዘመናት ጋር ግንኙነት እንዳላቸው በዚህ ርዕስ ላይ ተብራርቷል።
ነተን ኣብ ትንቢት ዳንኤል እተጠቕሳ ሸውዓተ ግዜያት ድማ ምስቲ የሱስ ዝገለጾ ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ ኣተሓሓዘቶ።
6,475

6,476
am_tg
ከጥንት ዘመን ጀምሮ የይሖዋ አገልጋዮች በመንፈስ መሪነት የተነገሩ ትንቢቶችን ፍጻሜ ለማየት ይጠባበቁ ነበር።
ኣምለኽቲ የሆዋ፡ ፍጻመ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪርእዩ ኻብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዞም ኪጽበዩ ጸኒሖም እዮም።
6,477

6,478
am_tg
ኢሳይያስ፣ ይሁዳ ባድማ ከሆነች በኋላ ይሖዋ ሕዝቡን ቀድሞ ወደነበሩበት ሁኔታ እንደሚመልስ ትንቢት ሲናገር እሱን በተስፋ የሚጠባበቁ ሁሉ ደስተኞች ናቸው ብሏል።
ድሕሪ ምዕናው ይሁዳ፡ የሆዋ ነቶም ምሩኻት ኣይሁድ ናብ ሃገሮም ከም ዚመልሶም ኢሳይያስ ተነብዩ ነይሩ እዩ፣ ኵሎም እቶም ዚጽበይዎ ሕጉሳት እዮም ከኣ በለ።
6,479

6,480
am_tg
ጥንት ስለነበሩት የአምላክ ሕዝቦች ትንቢት የተናገረው ሚክያስም ይሖዋን በጉጉት እጠባበቃለሁ በማለት የራሱን አቋም ገልጿል።
እቲ ብዛዕባ ጥንታውያን ህዝቢ ኣምላኽ ዚንበ ዝነበረ ሚክያስ ከኣ፡ ንኣምላኽ ድሕነተይ ክጽበዮ እየ በለ።
6,481

6,482
am_tg
የአምላክ አገልጋዮች ስለ መሲሑ ወይም ስለ ክርስቶስ የተነገሩ ትንቢቶችን ፍጻሜም ለዘመናት በተስፋ ሲጠባበቁ ቆይተዋል።
ኣገልገልቲ ኣምላኽ ንመሲሕ ወይ ንክርስቶስ ዚምልከት ትንቢታት ኪፍጸም ንዘመናት ዚኣክል ኪጽበዩ ጸኒሖም እዮም።
6,483

6,484
am_tg
ከመሲሑ ጋር የተያያዙ ትንቢቶች አሁንም እየተፈጸሙ በመሆናቸው በዛሬው ጊዜ ያሉ የአምላክ ሕዝቦችም የእነዚህን ትንቢቶች ፍጻሜ ለማየት በተስፋ ይጠባበቃሉ።
ኣብዚ ግዜ እዚ ዘለዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ እውን፡ ብዛዕባ እቲ መሲሕ ዚገልጽ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪፍጸም ይጽበዩ ኣለዉ።
6,485

6,486
am_tg
በቅርቡ ይሖዋ በመሲሐዊው መንግሥት አማካኝነት ክፉዎችን በማጥፋት የሰው ልጆችን መከራ ያስወግዳል፤ እንዲሁም በሰይጣን ቁጥጥር ሥር ካለው ከዚህ ያልተረጋጋ ዓለም ሕዝቡን ነፃ ያወጣል።
የሆዋ ብመሲሓዊት መንግስቲ ኣቢሉ፡ ድሕሪ ቐረባ ግዜ ንእኩያት ብምጥፋእን ንህዝቡ ኸኣ ካብዛ ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር ሰይጣን ዘላ ዓለም ብምድሓንን ንስቓይ ደቂ ሰብ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ።
6,487

6,488
am_tg
በመሆኑም የዚህ ሥርዓት ፍጻሜ በፍጥነት እየተቃረበ እንደሆነ በመገንዘብ ምንጊዜም ንቁ ሆነን እንጠብቅ።
ስለዚ፡ እዚ ስርዓት እዚ ዚጠፍኣሉ ግዜ ኣዝዩ ስለ ዝቐረበ፡ ነዚ እናተጸበና ንቑሓት ኴንና ንጽናሕ።
6,489

6,490
am_tg
ምሥራቹን ለሰዎች መስበክ ትሕትናን እንዲሁም የአምላክ መንፈስ ፍሬ ገጽታዎችን ማዳበር እንድንችል ይረዳናል።
ብስራት ንሰባት ምክፋል፡ ትሕትናን እተፈላለየ መዳያት ፍረ መንፈስን ከነማዕብል ይሕግዘና እዩ።
6,491

6,492
am_tg
ከዚህም ሌላ የክርስቶስ ዓይነት ባሕርያት ስናንጸባርቅ መልእክታችንን እናስውባለን፤ ይህ ደግሞ የአንዳንድ ሰዎች አመለካከት እንዲለወጥ ሊያደርግ ይችላል።
ከም ናይ ክርስቶስ ዝበለ ስብእና ምስ ኣማዕበልና ኸኣ፡ ንመልእኽትና ንስልሞ ኢና፣ እዚ እውን ንኣረኣእያ ገሊኦም ሰብ ቤት ይጸልዎም እዩ።
6,493

6,494
am_tg
ለምሳሌ በአውስትራሊያ ሁለት የይሖዋ ምሥክሮች፣ ለአንዲት ሴት ሊመሠክሩላት ሲሉ ሥርዓት የጎደለው ምላሽ ሰጠቻቸው፤ እነሱ ግን ስትናገር በአክብሮት አዳመጧት።
ንኣብነት፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዚነብሩ ኽልተ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንሓንቲ ሕማቕ ዘረባ እተዛረበቶም ብዓልቲ ቤት ብኣኽብሮት ሰምዕዋ።
6,495

6,496
am_tg
ይሁንና በኋላ ላይ ሴትየዋ በድርጊቷ ስለተጸጸተች ለቅርንጫፍ ቢሮው ደብዳቤ ጻፈች።
ጸኒሓ ግና፡ ብተግባራታ ተጣዒሳ ናብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ጸሓፈት።
6,497

6,498
am_tg
ደብዳቤው በከፊል እንዲህ ይላል፦ እነዚያን በጣም ታጋሽና ትሑት ሰዎች፣ ራሴን በማመጻደቅና እነሱን ዝቅ በማድረግ ስላናገርኳቸው ይቅርታ መጠየቅ እፈልጋለሁ።
እቲ ዝጸሓፈቶ ድማ ብኸፊል ከምዚ ዚብል ነበረ፦ ተመጻዳቒትን መስተናዓቒትን ብምዃነይ፡ ነቶም ክልተ ኣዝዮም ዕጉሳትን ትሑታትን ውልቀ ሰባት ይቕረታ ኺገብሩለይ ክሓትቶም እደሊ እየ።
6,499