Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
1,500 | am_tg | ጴጥሮስ ወደ ኢየሱስ ቀርቦ እስከ ሰባት ጊዜ ይቅር ማለት ይኖርበት እንደሆነ ሲጠይቀው ኢየሱስ እስከ 77 ጊዜ እንጂ እስከ ሰባት ጊዜ ብቻ አልልህም ብሎ መለሰለት። | ጴጥሮስ፡ ይቕረ ኽንብል ዘሎና ኽሳዕ ሸውዓተ ሳዕ እንተ ዀይኑ ምስ ሓተተ፡ የሱስ፡ ክሳዕ 77 ሳዕ እምበር፡ ክሳዕ ሸውዓተ ሳዕ ኣይብለካን ኢሉ መለሰሉ። |
1,501 | tg_am | ጴጥሮስ፡ ይቕረ ኽንብል ዘሎና ኽሳዕ ሸውዓተ ሳዕ እንተ ዀይኑ ምስ ሓተተ፡ የሱስ፡ ክሳዕ 77 ሳዕ እምበር፡ ክሳዕ ሸውዓተ ሳዕ ኣይብለካን ኢሉ መለሰሉ። | ጴጥሮስ ወደ ኢየሱስ ቀርቦ እስከ ሰባት ጊዜ ይቅር ማለት ይኖርበት እንደሆነ ሲጠይቀው ኢየሱስ እስከ 77 ጊዜ እንጂ እስከ ሰባት ጊዜ ብቻ አልልህም ብሎ መለሰለት። |
1,502 | am_tg | ኢየሱስ ይህን የተናገረው ምንጊዜም ይቅር ለማለት ፈቃደኞች መሆን እንዳለብን ለማጉላት ነው፤ ሌሎችን ይቅር ማለት የሚቀናን ዓይነት ሰዎች መሆን አለብን። | የሱስ ከምኡ ኺብል ከሎ፡ ይቕረ ንምባል ወትሩ ፍቓደኛታት ክንከውን ከም ዘሎና እዩ ዚገልጽ ነይሩ። |
1,503 | tg_am | የሱስ ከምኡ ኺብል ከሎ፡ ይቕረ ንምባል ወትሩ ፍቓደኛታት ክንከውን ከም ዘሎና እዩ ዚገልጽ ነይሩ። | ኢየሱስ ይህን የተናገረው ምንጊዜም ይቅር ለማለት ፈቃደኞች መሆን እንዳለብን ለማጉላት ነው፤ ሌሎችን ይቅር ማለት የሚቀናን ዓይነት ሰዎች መሆን አለብን። |
1,504 | am_tg | ሁላችንም ስህተት ስለምንሠራ እኛም ሌሎችን ልንበድል እንደምንችል ማስታወሳችን ጠቃሚ ነው። | ኵላትና ጕድለት ስለ ዘሎና፡ ንኻልኦት ከነጕህዮም ከም እንኽእል ክንዝክር ኣሎና። |
1,505 | tg_am | ኵላትና ጕድለት ስለ ዘሎና፡ ንኻልኦት ከነጕህዮም ከም እንኽእል ክንዝክር ኣሎና። | ሁላችንም ስህተት ስለምንሠራ እኛም ሌሎችን ልንበድል እንደምንችል ማስታወሳችን ጠቃሚ ነው። |
1,506 | am_tg | የበደልነው ሰው እንዳለ ከተገነዘብን የመጽሐፍ ቅዱስን መመሪያ በመከተል ወደ ግለሰቡ ሄደን እርቅ ለማውረድ ጥረት ማድረግ አለብን። | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሓደ ሰብ ከም ዘጕሃናዮ እንተ ኣስተውዒልና፡ ናብቲ ሰብ ኬድና ኽንዕረቕ ክንጽዕር ከም ዘሎና እዩ ዚነግረና። |
1,507 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሓደ ሰብ ከም ዘጕሃናዮ እንተ ኣስተውዒልና፡ ናብቲ ሰብ ኬድና ኽንዕረቕ ክንጽዕር ከም ዘሎና እዩ ዚነግረና። | የበደልነው ሰው እንዳለ ከተገነዘብን የመጽሐፍ ቅዱስን መመሪያ በመከተል ወደ ግለሰቡ ሄደን እርቅ ለማውረድ ጥረት ማድረግ አለብን። |
1,508 | am_tg | ሌሎች የፈጸምነውን በደል ይቅር ሲሉን ደስ ይለናል፤ እኛም እነሱ ሲበድሉን እንዲሁ ማድረግ ይኖርብናል። | ክንጋገ ኸለና ኻልኦት ኪቕየሙልና ስለ ዘይንደሊ፡ ንሕና እውን ክንቅየመሎም የብልናን። |
1,509 | tg_am | ክንጋገ ኸለና ኻልኦት ኪቕየሙልና ስለ ዘይንደሊ፡ ንሕና እውን ክንቅየመሎም የብልናን። | ሌሎች የፈጸምነውን በደል ይቅር ሲሉን ደስ ይለናል፤ እኛም እነሱ ሲበድሉን እንዲሁ ማድረግ ይኖርብናል። |
1,510 | am_tg | ሌሎችን ይቅር የምንል ከሆነ ይሖዋም ይቅር ይለናል። | ንኻልኦት ይቕረ ንብለሎም እንተ ዄንና፡ የሆዋ እውን ይቕረ ኺብለልና እዩ። |
1,511 | tg_am | ንኻልኦት ይቕረ ንብለሎም እንተ ዄንና፡ የሆዋ እውን ይቕረ ኺብለልና እዩ። | ሌሎችን ይቅር የምንል ከሆነ ይሖዋም ይቅር ይለናል። |
1,512 | am_tg | በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታችን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎች ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮች ልንሆን ይገባል። | ስለዚ፡ ከምቲ ኣቦና የሆዋ ኽንጋገ ኸለና ዚምሕረና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኦት ኪጋገዩ ኸለዉ ንምሓሮም። |
1,513 | tg_am | ስለዚ፡ ከምቲ ኣቦና የሆዋ ኽንጋገ ኸለና ዚምሕረና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኦት ኪጋገዩ ኸለዉ ንምሓሮም። | በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታችን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎች ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮች ልንሆን ይገባል። |
1,514 | am_tg | የሙሴ ወላጆች ስለ ይሖዋ እንዲሁም ዕብራውያንን ከባርነት ነፃ አውጥቶ ተስፋይቱን ምድር ለመስጠት ስላለው ዓላማ ሙሴን አስተምረውት መሆን አለበት። | ሙሴ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ እቲ ንእብራውያን ካብ ባርነት ሓራ ኣውጺኡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኼእትዎም ዝነበሮ ዕላማን ካብ ወለዱ ተማሂሩ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ። |
1,515 | tg_am | ሙሴ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ እቲ ንእብራውያን ካብ ባርነት ሓራ ኣውጺኡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኼእትዎም ዝነበሮ ዕላማን ካብ ወለዱ ተማሂሩ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ። | የሙሴ ወላጆች ስለ ይሖዋ እንዲሁም ዕብራውያንን ከባርነት ነፃ አውጥቶ ተስፋይቱን ምድር ለመስጠት ስላለው ዓላማ ሙሴን አስተምረውት መሆን አለበት። |
1,516 | am_tg | ሙሴ፣ ይሖዋ ለእስራኤላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል። | ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንእስራኤላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኸስተንትን ከሎ፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበረት። |
1,517 | tg_am | ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንእስራኤላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኸስተንትን ከሎ፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበረት። | ሙሴ፣ ይሖዋ ለእስራኤላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል። |
1,518 | am_tg | ፈሪሃ አምላክ እንዳላቸው ሌሎች ሰዎች ሁሉ እሱም፣ ይሖዋ የሰውን ዘር ከሞት ባርነት ነፃ የሚያወጣበትን ጊዜ በዓይነ ሕሊናው ተመልክቶ ሊሆን ይችላል። | ከምቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮም ካልኦት ሰባት፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብ ሞት ሓራ ዜውጽኣሉ እዋን እውን ይፈልጥ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,519 | tg_am | ከምቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮም ካልኦት ሰባት፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብ ሞት ሓራ ዜውጽኣሉ እዋን እውን ይፈልጥ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ፈሪሃ አምላክ እንዳላቸው ሌሎች ሰዎች ሁሉ እሱም፣ ይሖዋ የሰውን ዘር ከሞት ባርነት ነፃ የሚያወጣበትን ጊዜ በዓይነ ሕሊናው ተመልክቶ ሊሆን ይችላል። |
1,520 | am_tg | ሙሴ፣ ለዕብራውያንም ሆነ ለመላው የሰው ዘር ርኅራኄ ያለውን አምላክ መውደዱ የሚያስገርም አይደለም። | ነቲ ንእብራውያንን ንዅሎም ደቂ ሰብን ዚርሕርሓሎም ዝነበረ ኣምላኽ ንኼፍቅሮ ኸም እተደረኸ ድማ ፍሉጥ እዩ። |
1,521 | tg_am | ነቲ ንእብራውያንን ንዅሎም ደቂ ሰብን ዚርሕርሓሎም ዝነበረ ኣምላኽ ንኼፍቅሮ ኸም እተደረኸ ድማ ፍሉጥ እዩ። | ሙሴ፣ ለዕብራውያንም ሆነ ለመላው የሰው ዘር ርኅራኄ ያለውን አምላክ መውደዱ የሚያስገርም አይደለም። |
1,522 | am_tg | በመላው ሕይወቱ ይሖዋን እንዲያገለግል የረዳው፣ እምነትና ፍቅር ያለው መሆኑ ነው። | ስለዚ፡ እምነትን ፍቕርን ኣብ ምሉእ ህይወቱ ንየሆዋ ንኼገልግሎ ሓጊዘናኦ እየን። |
1,523 | tg_am | ስለዚ፡ እምነትን ፍቕርን ኣብ ምሉእ ህይወቱ ንየሆዋ ንኼገልግሎ ሓጊዘናኦ እየን። | በመላው ሕይወቱ ይሖዋን እንዲያገለግል የረዳው፣ እምነትና ፍቅር ያለው መሆኑ ነው። |
1,524 | am_tg | ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት የሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍረት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል። | ፈርኦን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ከይተረፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኸኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኽን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበረን እዩ። |
1,525 | tg_am | ፈርኦን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ከይተረፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኸኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኽን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበረን እዩ። | ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት የሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍረት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል። |
1,526 | am_tg | ኢየሱስ የመጀመሪያ ተአምሩን የፈጸመው በገሊላ በምትገኘው በቃና በተከናወነ የሠርግ ድግስ ላይ ነው። | የሱስ ዝፈጸሞ ናይ መጀመርታ ተኣምር፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ኣብ እተገብረ መርዓ እዩ። |
1,527 | tg_am | የሱስ ዝፈጸሞ ናይ መጀመርታ ተኣምር፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ኣብ እተገብረ መርዓ እዩ። | ኢየሱስ የመጀመሪያ ተአምሩን የፈጸመው በገሊላ በምትገኘው በቃና በተከናወነ የሠርግ ድግስ ላይ ነው። |
1,528 | am_tg | በድግሱ ላይ ከተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶች መጥተው ሊሆን ይችላል። | ቍጽሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሽ ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
1,529 | tg_am | ቍጽሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሽ ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | በድግሱ ላይ ከተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶች መጥተው ሊሆን ይችላል። |
1,530 | am_tg | ምክንያቱ ምንም ይሁን ምን የወይን ጠጅ አለቀ። | ግናኸ፡ እቲ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ወይኒ ተወድአ። |
1,531 | tg_am | ግናኸ፡ እቲ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ወይኒ ተወድአ። | ምክንያቱ ምንም ይሁን ምን የወይን ጠጅ አለቀ። |
1,532 | am_tg | ከተጠሩት እንግዶች መካከል የኢየሱስ እናት ማርያም ትገኝበታለች። | ሓንቲ ኻብቶም ኣጋይሽ፡ ማርያም ኣደ የሱስ እያ ነይራ። |
1,533 | tg_am | ሓንቲ ኻብቶም ኣጋይሽ፡ ማርያም ኣደ የሱስ እያ ነይራ። | ከተጠሩት እንግዶች መካከል የኢየሱስ እናት ማርያም ትገኝበታለች። |
1,534 | am_tg | ማርያም ስለ ልጇ በተነገሩት ትንቢቶች ላይ ለዓመታት ስታሰላስል እንደቆየች ጥርጥር የለውም፤ ምክንያቱም ልጇ የልዑሉ አምላክ ልጅ ተብሎ እንደሚጠራ ታውቃለች። | ማርያም ብዛዕባ እቲ ምስ ወዳ እተተሓሓዘ ትንቢታዊ ተስፋታት ንሓያሎ ዓመታት ተስተንትን ነይራ ኽትከውን ትኽእል እያ። |
1,535 | tg_am | ማርያም ብዛዕባ እቲ ምስ ወዳ እተተሓሓዘ ትንቢታዊ ተስፋታት ንሓያሎ ዓመታት ተስተንትን ነይራ ኽትከውን ትኽእል እያ። | ማርያም ስለ ልጇ በተነገሩት ትንቢቶች ላይ ለዓመታት ስታሰላስል እንደቆየች ጥርጥር የለውም፤ ምክንያቱም ልጇ የልዑሉ አምላክ ልጅ ተብሎ እንደሚጠራ ታውቃለች። |
1,536 | am_tg | ማርያም፣ ኢየሱስ ለሰዎች እስካሁን ያላሳየው ኃይል እንዳለው ተማምና ይሆን? | ከመይሲ፡ ንሱ ወዲ እቲ ልዑል ከም ዚብሃል ትፈልጥ ነይራ እያ። |
1,537 | tg_am | ከመይሲ፡ ንሱ ወዲ እቲ ልዑል ከም ዚብሃል ትፈልጥ ነይራ እያ። | ማርያም፣ ኢየሱስ ለሰዎች እስካሁን ያላሳየው ኃይል እንዳለው ተማምና ይሆን? |
1,538 | am_tg | ያም ሆነ ይህ ማርያምና ኢየሱስ ለአዲሶቹ ተጋቢዎች እንዳዘኑላቸውና ከእፍረት ሊታደጓቸው እንደፈለጉ አሳይተዋል። | የሱስ ዘይተጋህደ ሓይልታት ከም ዘለዎስ፡ ማርያም ትኣምንዶ ነይራ እያ፧ |
1,539 | tg_am | የሱስ ዘይተጋህደ ሓይልታት ከም ዘለዎስ፡ ማርያም ትኣምንዶ ነይራ እያ፧ | ያም ሆነ ይህ ማርያምና ኢየሱስ ለአዲሶቹ ተጋቢዎች እንዳዘኑላቸውና ከእፍረት ሊታደጓቸው እንደፈለጉ አሳይተዋል። |
1,540 | am_tg | ተጋቢዎቹ ለእንግዶች ጥሩ መስተንግዶ የማድረግ ኃላፊነት እንዳለባቸው ኢየሱስ ያውቃል። | ማርያምን የሱስን ኣብ ቃና፡ ነቶም ሓደስቲ መርዑ ኸም ዝደንገጹሎምን ካብ ሕፍረት ኬድሕንዎም ከም ዝደለዩን ተራእዩ እዩ። |
1,541 | tg_am | ማርያምን የሱስን ኣብ ቃና፡ ነቶም ሓደስቲ መርዑ ኸም ዝደንገጹሎምን ካብ ሕፍረት ኬድሕንዎም ከም ዝደለዩን ተራእዩ እዩ። | ተጋቢዎቹ ለእንግዶች ጥሩ መስተንግዶ የማድረግ ኃላፊነት እንዳለባቸው ኢየሱስ ያውቃል። |
1,542 | am_tg | በመሆኑም 380 ሊትር የሚሆነውን ውኃ በተአምር ወደ ጥሩ የወይን ጠጅ ለወጠው። | የሱስ ኣአንጋዲ ምዃን፡ ግቡእ ምዃኑ ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ 380 ሊትሮ ማይ ናብ ጽቡቕ ወይኒ ቐየረ። |
1,543 | tg_am | የሱስ ኣአንጋዲ ምዃን፡ ግቡእ ምዃኑ ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ 380 ሊትሮ ማይ ናብ ጽቡቕ ወይኒ ቐየረ። | በመሆኑም 380 ሊትር የሚሆነውን ውኃ በተአምር ወደ ጥሩ የወይን ጠጅ ለወጠው። |
1,544 | am_tg | ኢየሱስ ይህን ተአምር የመፈጸም ግዴታ ነበረበት? | ነዚ ተኣምር እዚ ኺፍጽም ግዴታ ነይርዎ ድዩ፧ |
1,545 | tg_am | ነዚ ተኣምር እዚ ኺፍጽም ግዴታ ነይርዎ ድዩ፧ | ኢየሱስ ይህን ተአምር የመፈጸም ግዴታ ነበረበት? |
1,546 | am_tg | በፍጹም። | ኣይፋሉን። |
1,547 | tg_am | ኣይፋሉን። | በፍጹም። |
1,548 | am_tg | ይህን ያደረገው ለሰዎች ስለሚያስብና ለጋስ የሆነውን በሰማይ ያለውን አባቱን ምሳሌ ስለተከተለ ነው። | ነቲ ተኣምር ዝፈጸሞ ንሰባት ይሓልየሎም ስለ ዝነበረን ለጋስ ብምዃን ንሰማያዊ ኣቦኡ ኺመስሎ ስለ ዝደለየን እዩ። |
1,549 | tg_am | ነቲ ተኣምር ዝፈጸሞ ንሰባት ይሓልየሎም ስለ ዝነበረን ለጋስ ብምዃን ንሰማያዊ ኣቦኡ ኺመስሎ ስለ ዝደለየን እዩ። | ይህን ያደረገው ለሰዎች ስለሚያስብና ለጋስ የሆነውን በሰማይ ያለውን አባቱን ምሳሌ ስለተከተለ ነው። |
1,550 | am_tg | የክርስቲያን ጉባኤ አባል እንደመሆናችን መጠን ይህን ግብዣ በተሳካ ሁኔታ ማከናወን የምንችለው እንዴት ነው? | ኣባላት ክርስትያናዊት ጉባኤ ኸም ምዃንና መጠን፡ ነዚ ጻውዒት እዚ ኣብ ምብጻሕ ብኸመይ ኣሳልጦ ኽንረክብ ንኽእል፧ |
1,551 | tg_am | ኣባላት ክርስትያናዊት ጉባኤ ኸም ምዃንና መጠን፡ ነዚ ጻውዒት እዚ ኣብ ምብጻሕ ብኸመይ ኣሳልጦ ኽንረክብ ንኽእል፧ | የክርስቲያን ጉባኤ አባል እንደመሆናችን መጠን ይህን ግብዣ በተሳካ ሁኔታ ማከናወን የምንችለው እንዴት ነው? |
1,552 | am_tg | እንደ አንድ አካል ተገጣጥመንና እርስ በርስ ተስማምተን የምንሠራ ከሆነ ብቻ ነው። | ከም ሓደ ሰብነት ንገጣጠምን ንዋደድን፡ ማለት ንተሓባበር እንተ ዄንና ጥራይ ኢና ኣስልጦ ኽንረክብ እንኽእል። |
1,553 | tg_am | ከም ሓደ ሰብነት ንገጣጠምን ንዋደድን፡ ማለት ንተሓባበር እንተ ዄንና ጥራይ ኢና ኣስልጦ ኽንረክብ እንኽእል። | እንደ አንድ አካል ተገጣጥመንና እርስ በርስ ተስማምተን የምንሠራ ከሆነ ብቻ ነው። |
1,554 | am_tg | የመንግሥቱን ምሥራች በተቻለን መጠን ለብዙ ሰዎች ማካፈል ከፈለግን የስብከቱን ሥራ በተደራጀ መልኩ ማከናወን ይኖርብናል። | ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ንምንጋር፡ ዕዮ ስብከትና ብእተወደበ መገዲ ኽንፍጽሞ ኣሎና። |
1,555 | tg_am | ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ንምንጋር፡ ዕዮ ስብከትና ብእተወደበ መገዲ ኽንፍጽሞ ኣሎና። | የመንግሥቱን ምሥራች በተቻለን መጠን ለብዙ ሰዎች ማካፈል ከፈለግን የስብከቱን ሥራ በተደራጀ መልኩ ማከናወን ይኖርብናል። |
1,556 | am_tg | ለዚህም ሲባል መመሪያዎች ይሰጡናል። | ስለዚ ድማ መምርሒታት ይውሃበና እዩ። |
1,557 | tg_am | ስለዚ ድማ መምርሒታት ይውሃበና እዩ። | ለዚህም ሲባል መመሪያዎች ይሰጡናል። |
1,558 | am_tg | በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ጉባኤዎች አማካኝነት የሚሰጠን መመሪያ ጥረታችንን አስተባብረን እንድንሠራ ያስታጥቀናል። | እቲ ኣብ ብዘላ ዓለም ብዚርከባ ጉባኤታት ኣቢሉ ዚውሃበና መምርሒታት፡ ንጻዕርታትና ሓድነት ምእንቲ ኺህልዎ የዳልወና እዩ። |
1,559 | tg_am | እቲ ኣብ ብዘላ ዓለም ብዚርከባ ጉባኤታት ኣቢሉ ዚውሃበና መምርሒታት፡ ንጻዕርታትና ሓድነት ምእንቲ ኺህልዎ የዳልወና እዩ። | በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ጉባኤዎች አማካኝነት የሚሰጠን መመሪያ ጥረታችንን አስተባብረን እንድንሠራ ያስታጥቀናል። |
1,560 | am_tg | የመስክ አገልግሎት ስምሪት ስብሰባ ካደረግን በኋላ የመንግሥቱን መልእክት ለሰው ሁሉ ለመስበክ እንወጣለን። | ንኣገልግሎት ወፍሪ ድሕሪ ምእካብና፡ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንሰባት ንምንጋር ንኸይድ ኢና። |
1,561 | tg_am | ንኣገልግሎት ወፍሪ ድሕሪ ምእካብና፡ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንሰባት ንምንጋር ንኸይድ ኢና። | የመስክ አገልግሎት ስምሪት ስብሰባ ካደረግን በኋላ የመንግሥቱን መልእክት ለሰው ሁሉ ለመስበክ እንወጣለን። |
1,562 | am_tg | በአንደበታችንም ሆነ በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎች በማበርከት ለሰዎች ምሥራቹን እናሰራጫለን። | ነቲ መልእኽቲ ኸኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጸር ቅዳሓት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና። |
1,563 | tg_am | ነቲ መልእኽቲ ኸኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጸር ቅዳሓት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና። | በአንደበታችንም ሆነ በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎች በማበርከት ለሰዎች ምሥራቹን እናሰራጫለን። |
1,564 | am_tg | አንተስ በልዩ የአገልግሎት ዘመቻዎች እንድንካፈል የሚሰጡንን መመሪያዎች ለመታዘዝ ጥረት ታደርጋለህ? | እሞኸ ኣብ ፍሉይ ወፈራታት ስብከት ንምስታፍ ንዚውሃብ መምርሒ ኣብ ግብሪ ተውዕሎ ዲኻ፧ |
1,565 | tg_am | እሞኸ ኣብ ፍሉይ ወፈራታት ስብከት ንምስታፍ ንዚውሃብ መምርሒ ኣብ ግብሪ ተውዕሎ ዲኻ፧ | አንተስ በልዩ የአገልግሎት ዘመቻዎች እንድንካፈል የሚሰጡንን መመሪያዎች ለመታዘዝ ጥረት ታደርጋለህ? |
1,566 | am_tg | እንዲህ የምታደርግ ከሆነ ላይ የተገለጸው በሰማይ መካከል የሚበረው መልአክ የያዘውን መልእክት ከሚያስተጋቡት በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች ጋር ምሥራቹን በኅብረት ታውጃለህ። | ከምኡ ምስ እትገብር፡ ምስ ሚልዮናት ካልኦት ብሓደ ዄንካ መልእኽቲ እቲ ኣብ ተጠቒሱ ዘሎ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ መልኣኽ ኢኻ እተቃልሕ ዘለኻ። |
1,567 | tg_am | ከምኡ ምስ እትገብር፡ ምስ ሚልዮናት ካልኦት ብሓደ ዄንካ መልእኽቲ እቲ ኣብ ተጠቒሱ ዘሎ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ መልኣኽ ኢኻ እተቃልሕ ዘለኻ። | እንዲህ የምታደርግ ከሆነ ላይ የተገለጸው በሰማይ መካከል የሚበረው መልአክ የያዘውን መልእክት ከሚያስተጋቡት በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች ጋር ምሥራቹን በኅብረት ታውጃለህ። |
1,568 | am_tg | አብርሃም ከእሱና ከይስሐቅ ጋር ከተጓዙት አገልጋዮቹ ከመለየቱ በፊት እናንተ አህያውን ይዛችሁ እዚህ ቆዩ፤ እኔና ልጄ ግን ወደዚያ በመሄድ በአምላክ ፊት ሰግደን ወደ እናንተ እንመለሳለን ብሏቸዋል። | ኣብርሃም ነቶም ንዕኡን ንይስሃቅን ዘሰነይዎም ግዙኣቱ ሓዲግዎም ቅድሚ ምኻዱ፡ ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጽንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ከኣ ናብቲ ኼድና ኣምሊኽና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና ኢልዎም እዩ። |
1,569 | tg_am | ኣብርሃም ነቶም ንዕኡን ንይስሃቅን ዘሰነይዎም ግዙኣቱ ሓዲግዎም ቅድሚ ምኻዱ፡ ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጽንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ከኣ ናብቲ ኼድና ኣምሊኽና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና ኢልዎም እዩ። | አብርሃም ከእሱና ከይስሐቅ ጋር ከተጓዙት አገልጋዮቹ ከመለየቱ በፊት እናንተ አህያውን ይዛችሁ እዚህ ቆዩ፤ እኔና ልጄ ግን ወደዚያ በመሄድ በአምላክ ፊት ሰግደን ወደ እናንተ እንመለሳለን ብሏቸዋል። |
1,570 | am_tg | አብርሃም ምን ማለቱ ነበር? | ኣብርሃም እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ |
1,571 | tg_am | ኣብርሃም እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ | አብርሃም ምን ማለቱ ነበር? |
1,572 | am_tg | ይስሐቅን መሥዋዕት ሊያደርገው እንደሆነ እያወቀ ከይስሐቅ ጋር እንደሚመለስ ለአገልጋዮቹ ሲናገር እየዋሸ ነበር? | ይስሃቅ ከም ዚስዋእ እናፈለጠ ኽነሱ፡ ከም ዚምለስ ኪነግሮም ከሎስ፡ ይሕስዎም ድዩ ነይሩ፧ |
1,573 | tg_am | ይስሃቅ ከም ዚስዋእ እናፈለጠ ኽነሱ፡ ከም ዚምለስ ኪነግሮም ከሎስ፡ ይሕስዎም ድዩ ነይሩ፧ | ይስሐቅን መሥዋዕት ሊያደርገው እንደሆነ እያወቀ ከይስሐቅ ጋር እንደሚመለስ ለአገልጋዮቹ ሲናገር እየዋሸ ነበር? |
1,574 | am_tg | በፍጹም። | ኣይፋሉን። |
1,575 | tg_am | ኣይፋሉን። | በፍጹም። |
1,576 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ አብርሃም ምን አስቦ እንደነበር ለማወቅ ይረዳናል። | እንታይ ማለቱ ምንባሩ መጽሓፍ ቅዱስ ይሕብረና እዩ። |
1,577 | tg_am | እንታይ ማለቱ ምንባሩ መጽሓፍ ቅዱስ ይሕብረና እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ አብርሃም ምን አስቦ እንደነበር ለማወቅ ይረዳናል። |
1,578 | am_tg | አብርሃም አምላክ ይስሐቅን ከሞት እንኳ ሳይቀር ሊያስነሳው እንደሚችል ተገንዝቦ ነበር። | ኣምላኽ ንይስሃቅ ካብ ምዉታት ኬተንስኦ ኸም ዚኽእል እዩ ሓሲቡ። |
1,579 | tg_am | ኣምላኽ ንይስሃቅ ካብ ምዉታት ኬተንስኦ ኸም ዚኽእል እዩ ሓሲቡ። | አብርሃም አምላክ ይስሐቅን ከሞት እንኳ ሳይቀር ሊያስነሳው እንደሚችል ተገንዝቦ ነበር። |
1,580 | am_tg | አዎ፣ አብርሃም በትንሣኤ ያምን ነበር። | እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኤ ይኣምን ነይሩ እዩ። |
1,581 | tg_am | እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኤ ይኣምን ነይሩ እዩ። | አዎ፣ አብርሃም በትንሣኤ ያምን ነበር። |
1,582 | am_tg | እሱም ሆነ ሣራ በስተርጅናቸው ልጅ መውለድ እንዲችሉ ይሖዋ እንደረዳቸው ያውቃል። | ንዕኡን ንሳራን ብግዜ እርጋኖም ከም ዚወልዱ ዝገበሮም የሆዋ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
1,583 | tg_am | ንዕኡን ንሳራን ብግዜ እርጋኖም ከም ዚወልዱ ዝገበሮም የሆዋ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | እሱም ሆነ ሣራ በስተርጅናቸው ልጅ መውለድ እንዲችሉ ይሖዋ እንደረዳቸው ያውቃል። |
1,584 | am_tg | አብርሃም በይሖዋ ዘንድ የማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል። | ንኣምላኽ ዚስኣኖ ነገር ከም ዘየልቦ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። |
1,585 | tg_am | ንኣምላኽ ዚስኣኖ ነገር ከም ዘየልቦ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። | አብርሃም በይሖዋ ዘንድ የማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል። |
1,586 | am_tg | በመሆኑም በዚያ ፈታኝ ወቅት የሚፈጠረው ነገር ምንም ይሁን ምን፣ የሚወደውን ልጁን መልሶ እንደሚያገኘው እርግጠኛ ነበር፤ ምክንያቱም ይሖዋ ቃል የገባቸው ነገሮች በሙሉ የሚፈጸሙት በይስሐቅ በኩል ነው። | በታ ፈታኒት መዓልቲ እቲኣ ዘጋጠመ እኳ እንተ ኣጋጠመ፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ምእንቲ ኺፍጸም፡ እቲ ፍቑር ወዱ ኸም ዚምለሰሉ እምንቶ ነይርዎ እዩ። |
1,587 | tg_am | በታ ፈታኒት መዓልቲ እቲኣ ዘጋጠመ እኳ እንተ ኣጋጠመ፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ምእንቲ ኺፍጸም፡ እቲ ፍቑር ወዱ ኸም ዚምለሰሉ እምንቶ ነይርዎ እዩ። | በመሆኑም በዚያ ፈታኝ ወቅት የሚፈጠረው ነገር ምንም ይሁን ምን፣ የሚወደውን ልጁን መልሶ እንደሚያገኘው እርግጠኛ ነበር፤ ምክንያቱም ይሖዋ ቃል የገባቸው ነገሮች በሙሉ የሚፈጸሙት በይስሐቅ በኩል ነው። |
1,588 | am_tg | በእርግጥም አብርሃም በእምነታቸው የተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም! | እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቦኦም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን። |
1,589 | tg_am | እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቦኦም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን። | በእርግጥም አብርሃም በእምነታቸው የተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም! |
1,590 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ እንደሚናገረው ወጣቶችን ጨምሮ የይሖዋ ሕዝብ በአጠቃላይ ለአምላክ አገልግሎት በገዛ ፈቃዱ ራሱን ያቀርባል። | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ንመንእሰያት እውን ዝሓቘፈ ህዝቢ የሆዋ፡ ፈትዩ ኺመጽእ እዩ ይብል። |
1,591 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ንመንእሰያት እውን ዝሓቘፈ ህዝቢ የሆዋ፡ ፈትዩ ኺመጽእ እዩ ይብል። | መጽሐፍ ቅዱስ እንደሚናገረው ወጣቶችን ጨምሮ የይሖዋ ሕዝብ በአጠቃላይ ለአምላክ አገልግሎት በገዛ ፈቃዱ ራሱን ያቀርባል። |
1,592 | am_tg | በመሆኑም ለመጠመቅ የሚያስብ አንድ ሰው ይህን ውሳኔ የሚያደርገው በራሱ ፍላጎት ተነሳስቶ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን አለበት። | ስለዚ፡ ሓደ ኺጥመቕ ዚሓስብ ሰብ፡ ብሓቂ እቲ ውሳነ ናቱ ድሌት ምዃኑ ኼረጋግጽ ኣለዎ። |
1,593 | tg_am | ስለዚ፡ ሓደ ኺጥመቕ ዚሓስብ ሰብ፡ ብሓቂ እቲ ውሳነ ናቱ ድሌት ምዃኑ ኼረጋግጽ ኣለዎ። | በመሆኑም ለመጠመቅ የሚያስብ አንድ ሰው ይህን ውሳኔ የሚያደርገው በራሱ ፍላጎት ተነሳስቶ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን አለበት። |
1,594 | am_tg | ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል። | እዚ ድማ ንርእስኻ ኽትምርምር የድልየካ ማለት እዩ። |
1,595 | tg_am | እዚ ድማ ንርእስኻ ኽትምርምር የድልየካ ማለት እዩ። | ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል። |
1,596 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ |
1,597 | tg_am | ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧ | ለምን? |
1,598 | am_tg | በወጣትነት ዕድሜህ ያለህበት ሁኔታ ለየት ያለ ሊሆን ስለሚችል ነው። | ምኽንያቱ፡ ፍልይ ዝበለ ዅነታት ኪህልወካ ይኽእል እዩ። |
1,599 | tg_am | ምኽንያቱ፡ ፍልይ ዝበለ ዅነታት ኪህልወካ ይኽእል እዩ። | በወጣትነት ዕድሜህ ያለህበት ሁኔታ ለየት ያለ ሊሆን ስለሚችል ነው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.