Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,600
am_tg
ለምሳሌ ያደግከው እውነት ቤት ውስጥ ሊሆን ይችላል።
ንኣብነት፡ ኣብ ሓቂ ዝዓበኻ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።
1,601
tg_am
ንኣብነት፡ ኣብ ሓቂ ዝዓበኻ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።
ለምሳሌ ያደግከው እውነት ቤት ውስጥ ሊሆን ይችላል።
1,602
am_tg
ባለፉት ዓመታት አንዳንድ እኩዮችህን አልፎ ተርፎም ወንድሞችህንና እህቶችህን ጨምሮ በርካታ ሰዎች ሲጠመቁ ተመልከተህ ይሆናል።
ብዙሓት ሰባት እንተላይ ገሊኦም መዛኑኻን ኣሕዋትካን ኪጥመቑ ርኢኻ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።
1,603

1,604
am_tg
እንዲህ ያለ ሁኔታ አጋጥሞህ ከሆነ ምን ዓይነት ጥንቃቄ ማድረግ ይኖርብሃል?
ኣብ ከምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ኽትጥንቀቕ ዘሎካ፧
1,605

1,606
am_tg
ጥምቀት፣ ይዋል ይደር እንጂ ሁሉም ወጣቶች የሆነ ዕድሜ ላይ ሲደርሱ በዘልማድ ሊወስዱት የሚገባ እርምጃ እንደሆነ አድርገህ እንዳታስብ ተጠንቀቅ።
ዕድመይ ወሲኹ ወይ ካልኦት ይገብርዎ ኣለዉ ኢልካ ኽትጥመቕ ከይትሓስብ ተጠንቀቕ።
1,607

1,608
am_tg
ታዲያ ይሖዋ ስላደረገው የጥምቀት ዝግጅት ተገቢ አመለካከት እንዲኖርህ ምን ይረዳሃል?
ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝሰርዖ ጥምቀት ቅኑዕ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧
1,609

1,610
am_tg
መጠመቅ በጣም አስፈላጊ የሆነበትን ምክንያት ቆም ብሎ ማሰብን ልማድ አድርግ።
ስለምንታይ ክትጥመቕ ከም ዘሎካ፡ ሓንሳእ ደው ኢልካ ሕሰብ።
1,611

1,612
am_tg
አምላክ ሳኦልን ንጉሥ እንዲሆን የቀባው ቢሆንም ከጊዜ በኋላ ሳኦል ታዛዥ ሳይሆን በመቅረቱ ይሖዋ ተወው።
ኣምላኽ ንሳኦል ንጉስ ኪኸውን እኳ እንተ ቐብኦ፡ ሳኦል ግና ጸኒሑ ዘይእዙዝ ኰነ፡ የሆዋ ድማ ነዓቖ።
1,613

1,614
am_tg
አምላክ ሳኦልን ከሥልጣኑ ወዲያው ስላላወረደው፣ የእሱ መጥፎ ድርጊት ለተገዢዎቹም ሆነ በቅርቡ ለነበሩት ሰዎች ፈተና ሆኖባቸው ነበር።
ኣምላኽ ንሳኦል ብኡብኡ ኻብ ዝፋኑ ስለ ዘየውረዶ፡ እቲ ሕማቕ ኣካይዳኡ ንተገዛእቱን ንዅሎም እቶም ዚቐርብዎን ፈቲንዎም እዩ።
1,615

1,616
am_tg
በይሖዋ ዙፋን ላይ የተቀመጠው ንጉሥ የተከተለውን መጥፎ አካሄድ እየተመለከቱ ለአምላክ ታማኝ መሆን ተፈታታኝ ነበር።
እቲ ኣብ ዝፋን የሆዋ እተቐመጠ ንጉስ ብንቕጽና ኣብ ዚመላለሰሉ እዋን፡ ንኣምላኽ እሙን ምዃን በዳሂ ዀይንዎም እዩ።
1,617

1,618
am_tg
ሆኖም የሳኦል ልጅ ዮናታን ለይሖዋ ታማኝ መሆኑን አሳይቷል።
ወዲ ሳኦል ዮናታን ግና ንየሆዋ እሙን ኰይኑ እዩ።
1,619
tg_am
ወዲ ሳኦል ዮናታን ግና ንየሆዋ እሙን ኰይኑ እዩ።
ሆኖም የሳኦል ልጅ ዮናታን ለይሖዋ ታማኝ መሆኑን አሳይቷል።
1,620
am_tg
እኛም አንዳንድ የበላይ ባለሥልጣናት ክብር ሊሰጣቸው እንደማይገባ ይሰማን ይሆናል፤ ሆኖም አምላክ ባዘዘው መሠረት ሁኔታው በሚፈቅድበት ጊዜ ሁሉ ለእነሱ በመገዛት ለይሖዋ ታማኝ መሆናችንን ማሳየት እንችላለን።
ንሕና እውን ዋላ እኳ ገሊኦም ሰበ ስልጣን ኣኽብሮት ዘይግብኦም እንተ መሰሉና፡ ዚከኣል ኣብ ዝዀነሉ መዳይ ከምቲ ኣምላኽ ዚደልየና ኣብ ልዕሌና ንዘለዉ ሰበ ስልጣን ተገዛእቲ ብምዃን፡ ንየሆዋ እሙናት ክንከውን ንኽእል ኢና።
1,621

1,622
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ የመንግሥት ባለሥልጣን ምግባረ ብልሹ ሊሆን ይችላል፤ ያም ሆኖ ለበላይ ባለሥልጣናት በአንጻራዊ ሁኔታ መገዛት ስላለብን ሥልጣኑን እናከብራለን።
ንኣብነት፡ ሓደ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ብልሹው ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ነቶም ኣብ ልዕሌና ዘለዉ ሰበ ስልጣን ኣብ በቦታኦም ዝሰርዖም የሆዋ ብምዃኑ ግና፡ ንቦታኡ ኸነኽብሮ ኣሎና።
1,623

1,624
am_tg
ሁላችንም ይሖዋ ሥልጣን ለሰጣቸው ሰዎች አክብሮት በማሳየት ለእሱ ታማኝ መሆን እንችላለን።
ከም ሓቂ እኳ፡ ኵላትና ነቶም የሆዋ ስልጣን ዝሃቦም ብምኽባር፡ ንዕኡ እሙናት ክንከውን ንኽእል ኢና።
1,625

1,626
am_tg
እንዴት?
ብኸመይ፧
1,627
tg_am
ብኸመይ፧
እንዴት?
1,628
am_tg
አንዳንድ ሽማግሌዎች ጊዜ መድበው ሌሎችን ማሠልጠን ከባድ ይሆንባቸዋል።
ገሊኦም ሽማግለታት ንኻልኦት ንምስልጣን ዚኸውን ግዜ ንምምዳብ ይኸብዶም ይኸውን።
1,629

1,630
am_tg
እንዲህ ብለው ያስቡ ይሆናል፦ ሌሎችን ማሠልጠን አስፈላጊ ቢሆንም ጊዜ ከማይሰጡ ሌሎች የጉባኤ ሥራዎች አንጻር ሲታይ ያን ያህል አጣዳፊ አይደለም።
ስልጠና ኣገዳሲ እኳ እንተ ዀነ፡ ከምቲ ኺጸንሕ ዘይክእል ካልእ ጕዳይ ጉባኤ ህጹጽ ኣይኰነን።
1,631

1,632
am_tg
ሥልጠናውን በሌላ ጊዜ ባደርገው ጉባኤው ላይ የሚያመጣው ጉዳት የለም።
ነቲ ስልጠና ናብ ካልእ ግዜ እንተ ኣሳጊረዮ፡ ነታ ጉባኤ ጽልዋ ኣይገብረላን እዩ ኢሎም ይሓስቡ ይዀኑ።
1,633

1,634
am_tg
የአንድን ሽማግሌ ጊዜ የሚፈልጉ በርካታ ጉዳዮች መኖራቸው እውነት ቢሆንም ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፍ የጉባኤውን መንፈሳዊ ደህንነት አደጋ ላይ ሊጥለው ይችላል።
ህጹጽ ቈላሕታ ዜድልዮ እተፈላለየ ጕዳያት እኳ እንተሎ፡ ሓደ ሽማግለ ንኻልኦት ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐ እንተ ዀይኑ ግና፡ እዚ ኣብ መንፈሳዊ ጥዕና እታ ጉባኤ ጕድኣት ኬስዕብ ይኽእል እዩ።
1,635

1,636
am_tg
ሽማግሌዎች ሊያከናውኗቸው የሚገቡ በርካታ አጣዳፊ ጉዳዮች አሉ።
ሽማግለታት፡ ብቕልጡፍ ኪግበር ዜድልዮ ሓያሎ ኣገዳሲ ዕዮታት ይዓይዩ እዮም።
1,637

1,638
am_tg
ሆኖም ሽማግሌዎች ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፋቸውን ከቀጠሉ ይዋል ይደር እንጂ ጉባኤው አስፈላጊ ሥራዎችን የሚያከናውኑ ብቃት ያላቸው ወንድሞችን በማጣት መቸገሩ አይቀርም።
ሽማግለታት ዜድሊ ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐዩ እንተ ዀይኖም፡ ውዒሉ ሓዲሩ እታ ጉባኤ ንዅሉ እቲ ዜድሊ ነገራት ኪኣልዩ ዚኽእሉ ብቕዓት ዘለዎም እኹላት ሽማግለታት ክትስእን ትኽእል እያ።
1,639

1,640
am_tg
ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው ሥልጠና መስጠት ትልቅ ቦታ የሚሰጠው ጉዳይ አይደለም የሚለውን አስተሳሰብ ማስወገድ ይኖርብናል።
ስለዚ እምበኣር፡ ስልጠና ቐዳምነት ኪውሃቦ ኸም ዘይብሉ ጌርና ፈጺምና ኽንሓስብ የብልናን።
1,641

1,642
am_tg
ልምድ የሌላቸውን ወንድሞች ለማሠልጠን ጊዜያቸውን መሥዋዕት የሚያደርጉና አርቆ አሳቢ የሆኑ ሽማግሌዎች ጥበበኛ መጋቢዎች ከመሆናቸውም በላይ ለጉባኤው በረከት ናቸው።
ኣርሒቖም ብምጥማት፡ ግዜ መዲቦም ነቶም ብዙሕ ተመክሮ ዘይብሎም ኣሕዋት ዜሰልጥኑ ሽማግለታት፡ ጥበበኛታት መገብቲ እዮም፡ ንምልእቲ እታ ጉባኤ ድማ ናይ ሓቂ በረኸት እዮም።
1,643

1,644
am_tg
በጥንት ዘመን የነበሩት እስራኤላውያን ዓመታዊ በዓል በሚከበርበት ወቅት ኢየሩሳሌም በሚገኘው ቤተ መቅደስ ተገኝተው ይሖዋን ሲያወድሱ ይታይህ።
ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ እስራኤላውያን ንየሆዋ ኣብታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ቤተ መቕደሱ ኺውድስዎ ኸለዉ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
1,645

1,646
am_tg
ለጉዞ መዘጋጀት፣ በጉዞ ወቅት እርስ በርስ መረዳዳት ከዚያም ቤተ መቅደስ ውስጥ ይሖዋን በአንድነት ማምለክ ነበረባቸው።
ነቲ ጕዕዞ ይዳለዉ፡ ኣብ መገዲ ይደጋገፉ፡ ኣብታ ቤተ መቕደስ ከኣ ብሓድነት የምልኹ ነይሮም እዮም።
1,647

1,648
am_tg
ይህ ሁሉ ትብብር የሚጠይቅ ነገር ነው።
ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም።
1,649
tg_am
ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም።
ይህ ሁሉ ትብብር የሚጠይቅ ነገር ነው።
1,650
am_tg
እኛም ወደ አዲሱ ዓለም በምናደርገው ጉዞ ላይ እርስ በርስ መስማማትና መተባበር ያስፈልገናል።
ንሕና እውን ናብ ሓዳስ ዓለም ኣብ እንገብሮ ጕዕዞ፡ ንሓድሕድና ኸም ሓደ ሰብነት ክንገጣጠምን ክንዋደድን፡ ማለት ሓድነት ኪህልወናን ክንተሓባበርን የድልየና እዩ።
1,651

1,652
am_tg
እስቲ ስለሚጠብቁን በረከቶች አስብ! በአሁኑ ጊዜ እንኳ በዓለም ውስጥ ከሚታየው መከፋፈልና ግራ መጋባት ተገላግለናል።
እንታይ በረኸት ይጽበየና ኸም ዘሎ እሞ ሕስብ ኣብሎ! ነቲ ኣብዚ ስርዓት ዘሎ ሓድነት ዚበታትን ሕንፍሽፍሽ ድሮ ሓዲግናዮ ኣሎና።
1,653

1,654
am_tg
ኢሳይያስና ሚክያስ የተናገሩት ትንቢት ሲፈጸም እየተመለከትን ነው፤ የአምላክ ሕዝቦች አንድ ላይ ሆነው ወደ ይሖዋ ተራራ እየወጡ ነው።
እቲ ኢሳይያስን ሚክያስን እተነበይዎ ኺፍጸም ንርእዮ ኣሎና፣ ህዝቢ ኣምላኽ ብሓድነት ናብ ከረን የሆዋ ይኸዱ ኣለዉ።
1,655

1,656
am_tg
በእርግጥም በዘመኑ መጨረሻ ለይሖዋ የምናቀርበው አምልኮ እጅግ የላቀ ነው።
እወ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ዘሎ ዓይነት ኣምልኾ፡ ብሓቂ ልዕል ዝበለ እዩ።
1,657

1,658
am_tg
አንድ የመንግሥት አዳራሽ ተገንብቶ ከተጠናቀቀ በኋላ ደግሞ የምናመልከውን አምላክ ባሕርያትና ማንነት ይኸውም የሥርዓት አምላክ መሆኑን የሚያንጸባርቅ እንዲሆን በንጽሕና መያዝ አለበት።
ሓድሽ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ተሃንጸ፡ ንባህርያት እቲ እነምልኾ ኣምላኽ ስርዓት ዜንጸባርቕ ምእንቲ ኪኸውን፡ ብጽሬትን ብጽፈትን ክንሕዞ ኣሎና።
1,659

1,660
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ ቅድስናን እንዲሁም መንፈሳዊ ንጽሕናን ከአካላዊ ንጽሕና ጋር ያያይዘዋል።
መጽሓፍ ቅዱስ ንቕድስናን ንመንፈሳውነትን ምስ ኣካላዊ ጽሬት የተሓሕዞ እዩ።
1,661

1,662
am_tg
በመሆኑም አንድ ሰው በይሖዋ ዘንድ ተቀባይነት ማግኘት ከፈለገ ንጽሕናውንም መጠበቅ አለበት።
ስለዚ፡ ሰባት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ተቐባልነት ኪረኽቡ እንተ ደልዮም፡ ጽሬቶም ኪሕልዉ ኣለዎም።
1,663

1,664
am_tg
ከእነዚህ መሠረታዊ ሥርዓቶች አንጻር የአዳራሹ ሁኔታ ከምንሰብከው ምሥራች ጋር የሚስማማ መሆን አለበት፤ ይህም ፍላጎት ያሳዩ ሰዎችን ምንጊዜም ወደ ስብሰባዎቻችን ለመጋበዝ ነፃነት እንዲሰማን ያደርጋል።
ምስዚ ስርዓታት እዚ ብዚሰማማዕ መገዲ፡ ኵነታት ኣዳራሽና ምስቲ ንኻልኦት እነካፍሎ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሰማማዕ ኪኸውን ኣለዎ፣ ከምኡ እንተ ዀይኑ፡ ተገደስቲ ሰባት ናብ ኣዳራሽና ንምዕዳም ናጽነት ኪስምዓና ይኽእል እዩ።
1,665

1,666
am_tg
የምንጋብዛቸው ሰዎች አምላካችን ቅዱስ እንደሆነ መመልከት እንዲሁም በቅርቡ ምድርን በመለወጥ ከብክለት የጸዳች ገነት እንደሚያደርጋት መገንዘብ ይችላሉ።
እቶም ዕዱማት ድማ፡ ቅዱስ ኣምላኽ ከም እነምልኽን ድሕሪ ሓጺር እዋን ንምድሪ ኻብ ብከላ ናጻ ናብ ዝዀነት ገነት ከም ዚቕይራን ኪግንዘቡ እዮም።
1,667

1,668
am_tg
በአካባቢው ያለው ሁኔታ ምንም ይሁን ምን፣ የመንግሥት አዳራሾቻችን ንጹሕና ሥርዓታማ በመሆን ረገድ አርዓያ ሊሆኑ ይገባል፤ ምክንያቱም የይሖዋ ስም የሚጠራባቸው ከመሆኑም ሌላ የንጹሕ አምልኮ ማዕከል ናቸው።
ኣብቲ እንነብረሉ ኸባቢ ዘሎ ኣረኣእያ ዀነ ዅነታት ብዘየገድስ፡ እቲ እንጥቀመሉ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ስም የሆዋ ስለ ዚጸውርን ማእከል ንጹህ ኣምልኾ ስለ ዝዀነን፡ ብጽፈት ዝመጸ ኣብነታዊ ኪኸውን ኣለዎ።
1,669

1,670
am_tg
ኢየሱስ ስለ ዕለት ምግባችን ሲጠቅስ በየቀኑ ስለሚያስፈልገን ነገር መናገሩ እንደሆነ ግልጽ ነው።
የሱስ ብዛዕባ ናይ ዕለት እንጌራና ኺዛረብ ከሎ፡ ነቲ ሽዑ ሽዑ ዜድልየና ነገራት እዩ ዜመልክት ነይሩ ዚኸውን።
1,671

1,672
am_tg
አምላክ፣ አበቦችን እንደሚያለብስ ከገለጸ በኋላ እንዲህ አለ፦ እናንተ እምነት የጎደላችሁ፣ እናንተንማ እንዴት አብልጦ አያለብሳችሁም?
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ፡ ኣምላኽ ንዕምባባ መሮር ብኸመይ ከም ዚኸድኖ ኣስዕብ ኣቢሉ ገለጸ፣ ኣቱም ጐደሎ ዝእምነቶም፡ ንዓኻትኩምዶ ግዳ ኣብሊጹ ኣይከድነኩምን፧
1,673

1,674
am_tg
ከዚያም ስለ ነገ ፈጽሞ አትጨነቁ የሚለውን ጠቃሚ ምክር በድጋሚ በመናገር ሐሳቡን ደመደመ።
ነታ፡ ብዛዕባ ጽባሕ ኣይትጨነቑ እትብል ኣገዳሲት ምኽሪ ብምድጋም ድማ ዘረባኡ ዛዘመ።
1,675

1,676
am_tg
ይህም ለቁሳዊ ነገሮች ፍቅር ከማዳበር ይልቅ መሠረታዊ ስለሆኑት በየዕለቱ የሚያስፈልጉን ነገሮች ብቻ ማሰብ እንዳለብን ያሳያል።
እዚ ኸኣ፡ ደድሕሪ ፍቕረ ንዋይ ክንስዕብ ከም ዘይብልና፡ የግዳስ በቲ በብመዓልቱ ዜድልየና መሰረታዊ ነገራት ክንዓግብ ከም ዘሎና ዜርኢ እዩ።
1,677

1,678
am_tg
ከእነዚህ ፍላጎቶች መካከል ተስማሚ መኖሪያ፣ ቤተሰባችንን ለማስተዳደር የሚያስችለን ሥራ እንዲሁም የጤና ችግሮችን ለመወጣት የሚረዳን ጥበብ ይገኙበታል።
እንነብረሉ ቤት ኪህልወናን ስድራ ቤትና ንምእላይ ዜድልየና ስራሕ ክንረክብን ምስ ጉዳይ ጥዕና ዚተሓሓዝ ጥበባዊ ውሳነ ኽንገብርን ክንጽሊ ንኽእል ኢና።
1,679

1,680
am_tg
ይሁንና የምንጸልየው ከአካላዊ ፍላጎታችን ጋር ስለተያያዙት ስለ እነዚህ ነገሮች ብቻ ከሆነ ይህ ሚዛናዊ እንዳልሆንን የሚጠቁም ነው።
ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባ እዚ እተጠቕሰ ብስጋ ዜድልየና ነገራት ጥራይ ንጽሊ እንተ ዄንና፡ ሚዛንና ስሒትና ኣለና ማለት እዩ።
1,681

1,682
am_tg
ምክንያቱም ከዚህ ይበልጥ ትልቅ ቦታ ልንሰጠው የሚገባ መንፈሳዊ ፍላጎት አለን።
ከመይሲ፡ ካብኡ ንላዕሊ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ብመንፈስ ዜድልየና ነገራት ኣሎ።
1,683

1,684
am_tg
ጌታችን ሰው ከይሖዋ አፍ በሚወጣ ቃል ሁሉ እንጂ በምግብ ብቻ አይኖርም ብሏል።
ጐይታና የሱስ፡ ሰብ ካብ ኣፍ የሆዋ ብዚወጽእ ኵሉ ቓል እምበር፡ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን ኢሉ እዩ።
1,685

1,686
am_tg
እንግዲያው ይሖዋ በጊዜው መንፈሳዊ ምግብ ማቅረቡን እንዲቀጥል ምንጊዜም ልንጸልይ ይገባል።
ስለዚ፡ የሆዋ ብቐጻሊ እዋናዊ መንፈሳዊ ምግቢ ምእንቲ ኺምግበና፡ ኣዘውቲርና ኽንጽሊ ኣሎና።
1,687

1,688
am_tg
ፈተና ሲያጋጥመን ንጹሕ አቋማችንን ለመጠበቅ እንዲረዳን አምላክን አዘውትረን እንለምነዋለን?
ፈተና ኼጋጥመና ኸሎ ንጽህናና ንኽንሕሉ ምእንቲ ኺሕግዘና፡ ንኣምላኽ ኣዘውቲርና ንልምኖ ዲና፧
1,689

1,690
am_tg
አስተዳደጋችን ወይም የቀድሞ አኗኗራችን ይሖዋ የሚጠላቸውን ነገሮች እንድንወድ ተጽዕኖ ያደርግብን ይሆናል።
ኣተዓባብያና ወይ ቀደም ዝነበረና ጠባይ፡ የሆዋ ንዚዅንኖ ልምድታት ከም እንፈቱ ገይሩና ኪኸውን ይኽእል እዩ።
1,691

1,692
am_tg
ያም ቢሆን ይሖዋ፣ እሱን ተቀባይነት ባለው መንገድ ማገልገላችንን እንድንቀጥል የሚያስፈልጉትን ለውጦች ለማድረግ ይረዳናል።
ኣብዚ ዅነታት እዚ እውን እንተ ዀነ፡ ወትሩ ብቕቡል መገዲ ምእንቲ ኸነገልግሎ፡ ኣድላዪ ለውጢ ኽንገብር ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።
1,693

1,694
am_tg
ንጉሥ ዳዊት ይህን ተገንዝቦ ነበር።
ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ እዚ ተገንዚቡ ነይሩ እዩ።
1,695
tg_am
ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ እዚ ተገንዚቡ ነይሩ እዩ።
ንጉሥ ዳዊት ይህን ተገንዝቦ ነበር።
1,696
am_tg
ዳዊት ከቤርሳቤህ ጋር ምንዝር ከፈጸመ በኋላ ይሖዋን ንጹሕ ልብ ፍጠርልኝ፤ በውስጤም ጽኑ የሆነ አዲስ መንፈስ አኑር በማለት ተማጽኖታል።
ከመይሲ፡ ምስ ባትሴባ ዝሙት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ንየሆዋ፡ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ፣ ጽኑዕ ዝዀነ ሓድሽ መንፈስ ከኣ ኣብ ውሽጠይ ኣንብር ብምባል ለመኖ።
1,697

1,698
am_tg
ደካማው ሥጋችን በኃጢአት ድርጊቶች በቀላሉ ሊማረክ ይችላል፤ ይሁንና ይሖዋ የፈቃደኝነት መንፈስ ይኸውም እሱን የመታዘዝ ፍላጎት በውስጣችን እንዲቀሰቀስ ሊረዳን ይችላል።
ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኽንሓስብ ብርቱዕ ውሽጣዊ ድፍኢት እንተ ኣሎና እውን ከይተረፈ፡ የሆዋ ፍቓደኛ መንፈስ ኪህበና፡ ማለት ንኽንእዘዝ ድሌት ኬሕድረልና ይኽእል እዩ።
1,699