Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
3,200 | am_tg | የስብከቱ ሥራ፣ ከቤት ወደ ቤት በመሄድ መልእክቱን መስማት የሚገባውን ሰው መፈለግን ይጨምራል። | እቲ ዕዮ ስብከት፡ ንዚግብኦ ዘበለ ኣብ በቤት እናኸድካ ደሊኻ ምርካብ ዜጠቓልል ነበረ። |
3,201 | tg_am | እቲ ዕዮ ስብከት፡ ንዚግብኦ ዘበለ ኣብ በቤት እናኸድካ ደሊኻ ምርካብ ዜጠቓልል ነበረ። | የስብከቱ ሥራ፣ ከቤት ወደ ቤት በመሄድ መልእክቱን መስማት የሚገባውን ሰው መፈለግን ይጨምራል። |
3,202 | am_tg | እንዲህ ያለው የተደራጀ አሠራር ያለ አድልዎ ለመመሥከር ያስችላል። | እዚ ሜላ እዚ ኣድልዎ ኸም ዘይብልካ የርኢ። |
3,203 | tg_am | እዚ ሜላ እዚ ኣድልዎ ኸም ዘይብልካ የርኢ። | እንዲህ ያለው የተደራጀ አሠራር ያለ አድልዎ ለመመሥከር ያስችላል። |
3,204 | am_tg | የይሖዋ ምሥክሮችስ በዚህ ረገድ ምን ታሪክ አስመዝግበዋል? | ናይ የሆዋ መሰኻኽርከ ኸመይ እዮም፧ |
3,205 | tg_am | ናይ የሆዋ መሰኻኽርከ ኸመይ እዮም፧ | የይሖዋ ምሥክሮችስ በዚህ ረገድ ምን ታሪክ አስመዝግበዋል? |
3,206 | am_tg | ኢየሱስ ከ1914 ጀምሮ ንጉሥ ሆኖ እየገዛ መሆኑን የሚሰብኩት እነሱ ብቻ ናቸው። | ካብ 1914 ኣትሒዙ የሱስ ይገዝእ ከም ዘሎ ዚሰብኩ፡ ንሳቶም በይኖም ጥራይ እዮም። |
3,207 | tg_am | ካብ 1914 ኣትሒዙ የሱስ ይገዝእ ከም ዘሎ ዚሰብኩ፡ ንሳቶም በይኖም ጥራይ እዮም። | ኢየሱስ ከ1914 ጀምሮ ንጉሥ ሆኖ እየገዛ መሆኑን የሚሰብኩት እነሱ ብቻ ናቸው። |
3,208 | am_tg | ኢየሱስ ባዘዘው መሠረት ለስብከቱ ሥራ ትልቅ ቦታ ይሰጣሉ። | ከምቲ የሱስ ዝኣዘዞ፡ ንዕዮ ስብከት ቀዳምነት ይህብዎ እዮም። |
3,209 | tg_am | ከምቲ የሱስ ዝኣዘዞ፡ ንዕዮ ስብከት ቀዳምነት ይህብዎ እዮም። | ኢየሱስ ባዘዘው መሠረት ለስብከቱ ሥራ ትልቅ ቦታ ይሰጣሉ። |
3,210 | am_tg | ፒለርስ ኦቭ ፌዝ—አሜሪካን ኮንግርጌሽንስ ኤንድ ዜር ፓርትነርስ የተባለው መጽሐፍ የይሖዋ ምሥክሮች ተቀዳሚ ሥራቸው፣ ስለ መጪው የዓለም ፍጻሜና ለመዳን ስለሚያስፈልገው ነገር የሚገልጸውን መንፈሳዊ መልእክት ማዳረስ መሆኑን ፈጽሞ አይዘነጉም ብሏል። | ፒላርስ ኦቭ ፈይዝ—ኣመሪካን ኮንግሪጌሽንስ ኤንድ ዘያር ፓተርንስ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ቀንዲ ዕዮኦም . . . ብዛዕባ እቲ ዚመጽእ ዘሎ መወዳእታ ዓለምን ኣገዳስነት ድሕነትን መንፈሳዊ መልእኽቲ ምብጻሕ ምዃኑ ኸቶ ኣይርስዑን እዮም በለት። |
3,211 | tg_am | ፒላርስ ኦቭ ፈይዝ—ኣመሪካን ኮንግሪጌሽንስ ኤንድ ዘያር ፓተርንስ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ቀንዲ ዕዮኦም . . . ብዛዕባ እቲ ዚመጽእ ዘሎ መወዳእታ ዓለምን ኣገዳስነት ድሕነትን መንፈሳዊ መልእኽቲ ምብጻሕ ምዃኑ ኸቶ ኣይርስዑን እዮም በለት። | ፒለርስ ኦቭ ፌዝ—አሜሪካን ኮንግርጌሽንስ ኤንድ ዜር ፓርትነርስ የተባለው መጽሐፍ የይሖዋ ምሥክሮች ተቀዳሚ ሥራቸው፣ ስለ መጪው የዓለም ፍጻሜና ለመዳን ስለሚያስፈልገው ነገር የሚገልጸውን መንፈሳዊ መልእክት ማዳረስ መሆኑን ፈጽሞ አይዘነጉም ብሏል። |
3,212 | am_tg | የይሖዋ ምሥክሮች ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱ የተጠቀሙባቸውን ዘዴዎች በመከተል ይህን መልእክት ማድረሳቸውን ቀጥለዋል። | ናይ የሆዋ መሰኻኽር በቲ የሱስን ደቀ መዛሙርቱን እተጠቕሙሉ ሜላታት ገይሮም ነቲ መልእኽቲ እቲ የብጽሕዎ ኣለዉ። |
3,213 | tg_am | ናይ የሆዋ መሰኻኽር በቲ የሱስን ደቀ መዛሙርቱን እተጠቕሙሉ ሜላታት ገይሮም ነቲ መልእኽቲ እቲ የብጽሕዎ ኣለዉ። | የይሖዋ ምሥክሮች ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱ የተጠቀሙባቸውን ዘዴዎች በመከተል ይህን መልእክት ማድረሳቸውን ቀጥለዋል። |
3,214 | am_tg | በይሖዋ አስተሳሰብ ላይ የተመሠረተ ውሳኔ ስናደርግ ይበልጥ ወደ እሱ እንቀርባለን። | ውሳነታትና ኣብ ሓሳብ የሆዋ ተመስሪትና ምስ እንገብር፡ ንዕኡ ብዝያዳ ኢና እንቐርቦ። |
3,215 | tg_am | ውሳነታትና ኣብ ሓሳብ የሆዋ ተመስሪትና ምስ እንገብር፡ ንዕኡ ብዝያዳ ኢና እንቐርቦ። | በይሖዋ አስተሳሰብ ላይ የተመሠረተ ውሳኔ ስናደርግ ይበልጥ ወደ እሱ እንቀርባለን። |
3,216 | am_tg | የእሱን ሞገስና በረከት እናገኛለን። | ስምረቱን በረኸቱን ድማ ንረክብ። |
3,217 | tg_am | ስምረቱን በረኸቱን ድማ ንረክብ። | የእሱን ሞገስና በረከት እናገኛለን። |
3,218 | am_tg | ይህ ደግሞ በሰማይ ባለው አባታችን ላይ ያለንን እምነት ያጠናክርልናል። | እዚ ኸኣ ብግዲኡ ነቲ ኣብ ሰማያዊ ኣቦና ዘሎና እምነት የድልድሎ። |
3,219 | tg_am | እዚ ኸኣ ብግዲኡ ነቲ ኣብ ሰማያዊ ኣቦና ዘሎና እምነት የድልድሎ። | ይህ ደግሞ በሰማይ ባለው አባታችን ላይ ያለንን እምነት ያጠናክርልናል። |
3,220 | am_tg | እንግዲያው የመጽሐፍ ቅዱስ ሕጎችና መሠረታዊ ሥርዓቶች አምላክ ስለ አንድ ጉዳይ ያለውን አመለካከት እንድናውቅ ስለሚረዱን በእነሱ ለመመራት ጥረት እናድርግ። | እምበኣር፡ ሕግታትን ስርዓታትን መጽሓፍ ቅዱስ ንሓሳብ ኣምላኽ ስለ ዚገልጸልና፡ ብእኡ ንመራሕ። |
3,221 | tg_am | እምበኣር፡ ሕግታትን ስርዓታትን መጽሓፍ ቅዱስ ንሓሳብ ኣምላኽ ስለ ዚገልጸልና፡ ብእኡ ንመራሕ። | እንግዲያው የመጽሐፍ ቅዱስ ሕጎችና መሠረታዊ ሥርዓቶች አምላክ ስለ አንድ ጉዳይ ያለውን አመለካከት እንድናውቅ ስለሚረዱን በእነሱ ለመመራት ጥረት እናድርግ። |
3,222 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ምንጊዜም ስለ ይሖዋ የምንማራቸው አዳዲስ ነገሮች ይኖራሉ። | ልክዕ እዩ፡ ብዛዕባ የሆዋ ወትሩ እንምሃሮ ሓድሽ ነገር ይህሉ እዩ። |
3,223 | tg_am | ልክዕ እዩ፡ ብዛዕባ የሆዋ ወትሩ እንምሃሮ ሓድሽ ነገር ይህሉ እዩ። | እርግጥ ነው፣ ምንጊዜም ስለ ይሖዋ የምንማራቸው አዳዲስ ነገሮች ይኖራሉ። |
3,224 | am_tg | ያም ቢሆን ትጋት የተሞላበት ጥረት በማድረግ በዛሬው ጊዜም እንኳ ጥሩ ውሳኔ ለመወሰን የሚረዳንን ጥበብ፣ እውቀትና ማስተዋል ማግኘት እንችላለን። | ብትግሃት ምስ እንጽዕር ግና፡ ሕጂ እኳ ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ዜኽእለና ጥበብን ፍልጠትን ምስትውዓልን ክንረክብ ንኽእል ኢና። |
3,225 | tg_am | ብትግሃት ምስ እንጽዕር ግና፡ ሕጂ እኳ ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ዜኽእለና ጥበብን ፍልጠትን ምስትውዓልን ክንረክብ ንኽእል ኢና። | ያም ቢሆን ትጋት የተሞላበት ጥረት በማድረግ በዛሬው ጊዜም እንኳ ጥሩ ውሳኔ ለመወሰን የሚረዳንን ጥበብ፣ እውቀትና ማስተዋል ማግኘት እንችላለን። |
3,226 | am_tg | ፍጽምና የጎደላቸው ሰዎች የሚያመነጯቸው ሐሳቦችና የሚያወጧቸው ዕቅዶች በየጊዜው ይለዋወጣሉ፤ ከዚህ በተቃራኒ መዝሙራዊው የይሖዋ ውሳኔዎች ለዘላለም ይጸናሉ፤ የልቡ ሐሳብ ከትውልድ እስከ ትውልድ ጸንቶ ይኖራል በማለት ተናግሯል። | ሓሳባትን ውጥናትን ዘይፍጹማት ሰባት ተለዋዋጢ እዩ፣ ከምቲ ሓደ ዘማሪ ዝበሎ ግና፡ ውሳነታት የሆዋ ንዘለኣለም ይቐውም፣ ሓሳባት ልቡ እውን ንውሉድ ወለዶ እዩ። |
3,227 | tg_am | ሓሳባትን ውጥናትን ዘይፍጹማት ሰባት ተለዋዋጢ እዩ፣ ከምቲ ሓደ ዘማሪ ዝበሎ ግና፡ ውሳነታት የሆዋ ንዘለኣለም ይቐውም፣ ሓሳባት ልቡ እውን ንውሉድ ወለዶ እዩ። | ፍጽምና የጎደላቸው ሰዎች የሚያመነጯቸው ሐሳቦችና የሚያወጧቸው ዕቅዶች በየጊዜው ይለዋወጣሉ፤ ከዚህ በተቃራኒ መዝሙራዊው የይሖዋ ውሳኔዎች ለዘላለም ይጸናሉ፤ የልቡ ሐሳብ ከትውልድ እስከ ትውልድ ጸንቶ ይኖራል በማለት ተናግሯል። |
3,228 | am_tg | ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው አስተሳሰባችንና ድርጊታችን፣ እጅግ ጥበበኛ ከሆነው ከይሖዋ አምላክ አስተሳሰብ ጋር የሚስማማ ከሆነ ከሁሉ የተሻለ ውሳኔ ማድረግ እንችላለን። | እምበኣር፡ ሓሳባትናን ተግባራትናን ምስ ሓሳብ እቲ ልዕሊ ዅሉ ጥበበኛ ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ምስ ዚሳነ፡ ብሉጽ ብሕታዊ ውሳነታት ክንገብር ንኽእል ኢና። |
3,229 | tg_am | እምበኣር፡ ሓሳባትናን ተግባራትናን ምስ ሓሳብ እቲ ልዕሊ ዅሉ ጥበበኛ ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ምስ ዚሳነ፡ ብሉጽ ብሕታዊ ውሳነታት ክንገብር ንኽእል ኢና። | ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው አስተሳሰባችንና ድርጊታችን፣ እጅግ ጥበበኛ ከሆነው ከይሖዋ አምላክ አስተሳሰብ ጋር የሚስማማ ከሆነ ከሁሉ የተሻለ ውሳኔ ማድረግ እንችላለን። |
3,230 | am_tg | ወደ ይሖዋ ቅረብ የተባለው መጽሐፍ በአብዛኞቹ ጉባኤዎች ውስጥ ወደ ሁለት ዓመት ለሚጠጋ ጊዜ በጉባኤ የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናት ላይ ተጠንቷል። | ሒደት ዓመታት ይገብር፡ ብዙሓት ጉባኤታት ነታ ንየሆዋ ቕረቦ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ ኣጽኒዐናኣ እየን። |
3,231 | tg_am | ሒደት ዓመታት ይገብር፡ ብዙሓት ጉባኤታት ነታ ንየሆዋ ቕረቦ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ ኣጽኒዐናኣ እየን። | ወደ ይሖዋ ቅረብ የተባለው መጽሐፍ በአብዛኞቹ ጉባኤዎች ውስጥ ወደ ሁለት ዓመት ለሚጠጋ ጊዜ በጉባኤ የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናት ላይ ተጠንቷል። |
3,232 | am_tg | በዚህ ዝግጅት አማካኝነት የአምላክን ባሕርያት ማጥናታችን እንዲሁም ወንድሞቻችንና እህቶቻችን የሰጧቸውን ከልብ የመነጩ ሐሳቦች መስማታችን በሰማይ የሚኖረውን አባታችንን ይበልጥ እንድንወደው አላደረገንም? | እቲ ኣብ ባህርያት ኣምላኽ እተገብረ መጽናዕቲ፡ ምስቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ዚህብዎ ልባዊ ሓሳባት ተደሚሩ፡ ንሰማያዊ ኣቦና የሆዋ ዘሎካ ፍቕሪ ኣየደልደሎንዶ፧ |
3,233 | tg_am | እቲ ኣብ ባህርያት ኣምላኽ እተገብረ መጽናዕቲ፡ ምስቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ዚህብዎ ልባዊ ሓሳባት ተደሚሩ፡ ንሰማያዊ ኣቦና የሆዋ ዘሎካ ፍቕሪ ኣየደልደሎንዶ፧ | በዚህ ዝግጅት አማካኝነት የአምላክን ባሕርያት ማጥናታችን እንዲሁም ወንድሞቻችንና እህቶቻችን የሰጧቸውን ከልብ የመነጩ ሐሳቦች መስማታችን በሰማይ የሚኖረውን አባታችንን ይበልጥ እንድንወደው አላደረገንም? |
3,234 | am_tg | በተጨማሪም በጉባኤ ለሚቀርቡ ንግግሮችና ሠርቶ ማሳያዎች እንዲሁም ለመጽሐፍ ቅዱስ ንባቡ ትኩረት መስጠታችን ስለ አምላክ ቃል ያለን እውቀት እንዲጨምር ያደርጋል። | መደረታትን መርኣያታትን ንባብ መጽሓፍ ቅዱስን ብኣቓልቦ ምስ እንሰምዕ እውን፡ ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ዘሎና ፍልጠት ይውስኽ እዩ። |
3,235 | tg_am | መደረታትን መርኣያታትን ንባብ መጽሓፍ ቅዱስን ብኣቓልቦ ምስ እንሰምዕ እውን፡ ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ዘሎና ፍልጠት ይውስኽ እዩ። | በተጨማሪም በጉባኤ ለሚቀርቡ ንግግሮችና ሠርቶ ማሳያዎች እንዲሁም ለመጽሐፍ ቅዱስ ንባቡ ትኩረት መስጠታችን ስለ አምላክ ቃል ያለን እውቀት እንዲጨምር ያደርጋል። |
3,236 | am_tg | በስብሰባዎች ላይ የመጽሐፍ ቅዱስን መሠረታዊ ሥርዓቶች በሁሉም የሕይወታችን ዘርፎች ተግባራዊ ማድረግ የምንችለው እንዴት እንደሆነ እንማራለን። | ኣብ ኣኼባታት፡ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርና ኣብ ኵሉ መዳይ ህይወትና ኣብ ግብሪ ኸም እነውዕሎ ንምሃር ኢና። |
3,237 | tg_am | ኣብ ኣኼባታት፡ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርና ኣብ ኵሉ መዳይ ህይወትና ኣብ ግብሪ ኸም እነውዕሎ ንምሃር ኢና። | በስብሰባዎች ላይ የመጽሐፍ ቅዱስን መሠረታዊ ሥርዓቶች በሁሉም የሕይወታችን ዘርፎች ተግባራዊ ማድረግ የምንችለው እንዴት እንደሆነ እንማራለን። |
3,238 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የመጠበቂያ ግንብ የጥናት ርዕሶች የሚዘጋጁት የአምላክ ሕዝቦች የሚያስፈልጓቸውን ነገሮች ግምት ውስጥ በማስገባት ነው። | ንኣብነት፡ መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ንህዝቢ ኣምላኽ ዜድልዮም ትምህርቲ ይህቦም እዩ። |
3,239 | tg_am | ንኣብነት፡ መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ንህዝቢ ኣምላኽ ዜድልዮም ትምህርቲ ይህቦም እዩ። | ለምሳሌ ያህል፣ የመጠበቂያ ግንብ የጥናት ርዕሶች የሚዘጋጁት የአምላክ ሕዝቦች የሚያስፈልጓቸውን ነገሮች ግምት ውስጥ በማስገባት ነው። |
3,240 | am_tg | ግቦችህን መለስ ብለህ እንድትገመግም፣ የእምነት ባልንጀሮችህን ይቅር እንድትል ወይም የጸሎትህን ይዘት እንድታሻሽል ያነሳሳህ የመጠበቂያ ግንብ ጥናት አለ? | መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ንሸቶታትካ ዳግም ከም እትምርምር፡ ንብጻይካ ክርስትያን ይቕረ ኸም እትብል፡ ወይ ንጸሎትካ ኸም እተመሓይሽ ገይሩካዶ ይፈልጥ፧ |
3,241 | tg_am | መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ንሸቶታትካ ዳግም ከም እትምርምር፡ ንብጻይካ ክርስትያን ይቕረ ኸም እትብል፡ ወይ ንጸሎትካ ኸም እተመሓይሽ ገይሩካዶ ይፈልጥ፧ | ግቦችህን መለስ ብለህ እንድትገመግም፣ የእምነት ባልንጀሮችህን ይቅር እንድትል ወይም የጸሎትህን ይዘት እንድታሻሽል ያነሳሳህ የመጠበቂያ ግንብ ጥናት አለ? |
3,242 | am_tg | በሳምንቱ መሃል በሚደረገው ስብሰባ ላይ ለአገልግሎታችን ሥልጠና እናገኛለን። | ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ኣኼባ እውን ንኣገልግሎትና ዕጡቓት ክንከውን ይምህረና እዩ። |
3,243 | tg_am | ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ኣኼባ እውን ንኣገልግሎትና ዕጡቓት ክንከውን ይምህረና እዩ። | በሳምንቱ መሃል በሚደረገው ስብሰባ ላይ ለአገልግሎታችን ሥልጠና እናገኛለን። |
3,244 | am_tg | ምሥራቹን መስበክና ቅዱስ ጽሑፋዊ መሠረታዊ ሥርዓቶችን ውጤታማ በሆነ መንገድ ማስተማር የምንችለው እንዴት እንደሆነ እንማራለን። | ከመይ ጌርና ብስራት ከም እንሰብኽን ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታት ብውጽኢታዊ መገዲ ኸም እንምህርን ንምሃር ኢና። |
3,245 | tg_am | ከመይ ጌርና ብስራት ከም እንሰብኽን ቅዱስ ጽሑፋዊ ስርዓታት ብውጽኢታዊ መገዲ ኸም እንምህርን ንምሃር ኢና። | ምሥራቹን መስበክና ቅዱስ ጽሑፋዊ መሠረታዊ ሥርዓቶችን ውጤታማ በሆነ መንገድ ማስተማር የምንችለው እንዴት እንደሆነ እንማራለን። |
3,246 | am_tg | በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ተመዝግበው ስለሚገኙት በግለሰቦች መካከል ስለተፈጠሩ ግጭቶች አስበህ ታውቃለህ? | ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዚርከብ ብሕታዊ ግጭታት ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ |
3,247 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዚርከብ ብሕታዊ ግጭታት ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ | በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ተመዝግበው ስለሚገኙት በግለሰቦች መካከል ስለተፈጠሩ ግጭቶች አስበህ ታውቃለህ? |
3,248 | am_tg | እስቲ በዘፍጥረት መጽሐፍ የመጀመሪያዎቹ ምዕራፎች ላይ የተገለጹትን ብቻ እንመልከት። | ኣብ ዘፍጥረት ብዛዕባ ዚርከብ ሒደት ምዕራፋት እሞ ሕሰብ። |
3,249 | tg_am | ኣብ ዘፍጥረት ብዛዕባ ዚርከብ ሒደት ምዕራፋት እሞ ሕሰብ። | እስቲ በዘፍጥረት መጽሐፍ የመጀመሪያዎቹ ምዕራፎች ላይ የተገለጹትን ብቻ እንመልከት። |
3,250 | am_tg | ቃየን አቤልን ገድሎታል ፤ ላሜህም የመታውን አንድ ወጣት ገድሏል ፤ በአብርሃም በአብራም እና በሎጥ እረኞች መካከል ጠብ ተፈጥሯል ፤ ሣራ ሦራ አጋር ስለናቀቻት በአብርሃም ላይ ተቆጥታለች ፤ እስማኤል ባገኘው ሰው ሁሉ ላይ እጁን ያነሳል፤ ያገኘውም ሰው ሁሉ እጁን ያነሳበታል። | ቃየል ንኣቤል ቀተሎ ፣ ላሜክ ስለ ዝወቕዓኒ ኢሉ ንሓደ ጐበዝ ቀተሎ ፣ ጓሶት ኣብርሃምን ኣብራምን ሎጥን ተባእሱ ፣ ኣጋር ንሳራ ንሳራይ ስለ ዝነዓቐታ፡ ሳራ ምስ ኣብርሃም ተሳሓሓበት ፣ እስማኤል ኣንጻር ኵሉ፡ ኢድ ኵሉ ድማ ኣንጻሩ ኪኸውን ምዃኑ ተገልጸ። |
3,251 | tg_am | ቃየል ንኣቤል ቀተሎ ፣ ላሜክ ስለ ዝወቕዓኒ ኢሉ ንሓደ ጐበዝ ቀተሎ ፣ ጓሶት ኣብርሃምን ኣብራምን ሎጥን ተባእሱ ፣ ኣጋር ንሳራ ንሳራይ ስለ ዝነዓቐታ፡ ሳራ ምስ ኣብርሃም ተሳሓሓበት ፣ እስማኤል ኣንጻር ኵሉ፡ ኢድ ኵሉ ድማ ኣንጻሩ ኪኸውን ምዃኑ ተገልጸ። | ቃየን አቤልን ገድሎታል ፤ ላሜህም የመታውን አንድ ወጣት ገድሏል ፤ በአብርሃም በአብራም እና በሎጥ እረኞች መካከል ጠብ ተፈጥሯል ፤ ሣራ ሦራ አጋር ስለናቀቻት በአብርሃም ላይ ተቆጥታለች ፤ እስማኤል ባገኘው ሰው ሁሉ ላይ እጁን ያነሳል፤ ያገኘውም ሰው ሁሉ እጁን ያነሳበታል። |
3,252 | am_tg | እነዚህ ግጭቶች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የሰፈሩት ለምንድን ነው? | መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ዝበለ ግጭታት ዚጠቅስ ስለምንታይ እዩ፧ |
3,253 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ዝበለ ግጭታት ዚጠቅስ ስለምንታይ እዩ፧ | እነዚህ ግጭቶች በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የሰፈሩት ለምንድን ነው? |
3,254 | am_tg | አንዱ ምክንያት ፍጽምና የሚጎድላቸው የሰው ልጆች፣ በመካከላቸው ያለው ሰላም እንዳይደፈርስ መጠንቀቅ ያለባቸው ለምን እንደሆነ እንዲማሩ ለመርዳት ነው። | ሓደ ምኽንያት፡ ዘይፍጹማት ሰባት ስለምንታይ ብሰላም ኪነብሩ ኸም ዘለዎም ኪፈልጡ ይሕግዞም እዩ። |
3,255 | tg_am | ሓደ ምኽንያት፡ ዘይፍጹማት ሰባት ስለምንታይ ብሰላም ኪነብሩ ኸም ዘለዎም ኪፈልጡ ይሕግዞም እዩ። | አንዱ ምክንያት ፍጽምና የሚጎድላቸው የሰው ልጆች፣ በመካከላቸው ያለው ሰላም እንዳይደፈርስ መጠንቀቅ ያለባቸው ለምን እንደሆነ እንዲማሩ ለመርዳት ነው። |
3,256 | am_tg | በተጨማሪም ይህን ማድረግ የምንችለው እንዴት እንደሆነ ያስገነዝበናል። | ከመይ ጌርና ሰላም ከም እንገብር እውን ይሕብረና እዩ። |
3,257 | tg_am | ከመይ ጌርና ሰላም ከም እንገብር እውን ይሕብረና እዩ። | በተጨማሪም ይህን ማድረግ የምንችለው እንዴት እንደሆነ ያስገነዝበናል። |
3,258 | am_tg | በገሃዱ ዓለም የነበሩ ሰዎች ስለገጠሟቸው ችግሮች የሚያወሱ የመጽሐፍ ቅዱስ ዘገባዎችን በማንበብ ጥቅም ማግኘት እንችላለን። | ናይ ሓቂ ሰባት ምስ ናይ ሓቂ ጸገማት ኪቃለሱ ኸለዉ ዚሕብር ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምንባብ እውን ንጥቀም ኢና። |
3,259 | tg_am | ናይ ሓቂ ሰባት ምስ ናይ ሓቂ ጸገማት ኪቃለሱ ኸለዉ ዚሕብር ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምንባብ እውን ንጥቀም ኢና። | በገሃዱ ዓለም የነበሩ ሰዎች ስለገጠሟቸው ችግሮች የሚያወሱ የመጽሐፍ ቅዱስ ዘገባዎችን በማንበብ ጥቅም ማግኘት እንችላለን። |
3,260 | am_tg | ያጋጠሟቸውን ችግሮች ለመፍታት ያደረጉት ጥረት ያስገኘላቸውን ውጤት መመልከታችን እኛም በሕይወታችን ውስጥ ተመሳሳይ ሁኔታ ሲያጋጥመን የእነሱን ምሳሌ መከተል የምንችለው እንዴት እንደሆነ ያስተምረናል። | ጻዕርታቶም ዘፍረዮ ፍረ ንፈልጥ፡ ነዚ ኸኣ ኣብ ህይወትና ኣብ ዜጋጥመና ገሊኡ ዅነታት ኣብ መዓላ ኸነውዕሎ ንኽእል ኢና። |
3,261 | tg_am | ጻዕርታቶም ዘፍረዮ ፍረ ንፈልጥ፡ ነዚ ኸኣ ኣብ ህይወትና ኣብ ዜጋጥመና ገሊኡ ዅነታት ኣብ መዓላ ኸነውዕሎ ንኽእል ኢና። | ያጋጠሟቸውን ችግሮች ለመፍታት ያደረጉት ጥረት ያስገኘላቸውን ውጤት መመልከታችን እኛም በሕይወታችን ውስጥ ተመሳሳይ ሁኔታ ሲያጋጥመን የእነሱን ምሳሌ መከተል የምንችለው እንዴት እንደሆነ ያስተምረናል። |
3,262 | am_tg | በእርግጥም እነዚህ ዘገባዎች እንዲህ ያሉ ችግሮች ሲያጋጥሙን ምን ማድረግ እንዳለብንና እንደሌለብን ለመወሰን ይረዱናል። | እዚ ዅሉ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ነገር እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ወይ እንታይ ክንገብር ከም ዘይብልና ኽንፈልጥ ይሕግዘና እዩ። |
3,263 | tg_am | እዚ ዅሉ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ነገር እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ወይ እንታይ ክንገብር ከም ዘይብልና ኽንፈልጥ ይሕግዘና እዩ። | በእርግጥም እነዚህ ዘገባዎች እንዲህ ያሉ ችግሮች ሲያጋጥሙን ምን ማድረግ እንዳለብንና እንደሌለብን ለመወሰን ይረዱናል። |
3,264 | am_tg | ዮፍታሔ እስራኤላውያንን ከአሞናውያን እጅ ነፃ ለማውጣት የአምላክ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ያውቅ ነበር። | ይፍታሕ ንእስራኤል ካብ ዓሞናውያን ሓራ ንምውጻእ ሓገዝ ኣምላኽ ከም ዜድልዮ ተገንዘበ። |
3,265 | tg_am | ይፍታሕ ንእስራኤል ካብ ዓሞናውያን ሓራ ንምውጻእ ሓገዝ ኣምላኽ ከም ዜድልዮ ተገንዘበ። | ዮፍታሔ እስራኤላውያንን ከአሞናውያን እጅ ነፃ ለማውጣት የአምላክ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ያውቅ ነበር። |
3,266 | am_tg | በመሆኑም ይሖዋ ድል ካቀዳጀው፣ ከጦርነት ሲመለስ ሊቀበለው መጀመሪያ የሚወጣውን ሰው ለይሖዋ የሚቃጠል መባ አድርጎ እንደሚያቀርብ ቃል ገባ። | የሆዋ ዓወት እንተ ሂብዎ ድማ፡ ካብ ውግእ ምስ ተመልሰ ኻብ ቤቱ ኪቕበሎ ዚወጽእ ቀዳማይ ሰብ ዚሓርር መስዋእቲ ገይሩ ንየሆዋ ኬቕርቦ ምዃኑ ተመባጽዐ። |
3,267 | tg_am | የሆዋ ዓወት እንተ ሂብዎ ድማ፡ ካብ ውግእ ምስ ተመልሰ ኻብ ቤቱ ኪቕበሎ ዚወጽእ ቀዳማይ ሰብ ዚሓርር መስዋእቲ ገይሩ ንየሆዋ ኬቕርቦ ምዃኑ ተመባጽዐ። | በመሆኑም ይሖዋ ድል ካቀዳጀው፣ ከጦርነት ሲመለስ ሊቀበለው መጀመሪያ የሚወጣውን ሰው ለይሖዋ የሚቃጠል መባ አድርጎ እንደሚያቀርብ ቃል ገባ። |
3,268 | am_tg | ዮፍታሔ የገባው ቃል ምን ትርጉም አለው? | እዚ እንታይ ማለት ነበረ፧ |
3,269 | tg_am | እዚ እንታይ ማለት ነበረ፧ | ዮፍታሔ የገባው ቃል ምን ትርጉም አለው? |
3,270 | am_tg | ሰውን መሥዋዕት አድርጎ ማቅረብ በይሖዋ ዘንድ አስጸያፊ ድርጊት ነው። | ንሰብ መስዋእቲ ምግባር፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ፍንፉን እዩ ነይሩ። |
3,271 | tg_am | ንሰብ መስዋእቲ ምግባር፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ፍንፉን እዩ ነይሩ። | ሰውን መሥዋዕት አድርጎ ማቅረብ በይሖዋ ዘንድ አስጸያፊ ድርጊት ነው። |
3,272 | am_tg | በመሆኑም ዮፍታሔ ማንንም ሰው ቃል በቃል መሥዋዕት ለማድረግ እንዳላሰበ ግልጽ ነው። | ስለዚ፡ ይፍታሕ ቃል ብቓሉ ንሰብ መስዋእቲ ኺገብር ማለቱ ዘይምንባሩ ንጹር እዩ ነይሩ። |
3,273 | tg_am | ስለዚ፡ ይፍታሕ ቃል ብቓሉ ንሰብ መስዋእቲ ኺገብር ማለቱ ዘይምንባሩ ንጹር እዩ ነይሩ። | በመሆኑም ዮፍታሔ ማንንም ሰው ቃል በቃል መሥዋዕት ለማድረግ እንዳላሰበ ግልጽ ነው። |
3,274 | am_tg | በሙሴ ሕግ መሠረት የሚቃጠል መባ ለይሖዋ ሙሉ በሙሉ የሚቀርብ መሥዋዕት ነው፤ ስለሆነም ዮፍታሔ፣ ግለሰቡን ሙሉ በሙሉ ለይሖዋ አገልግሎት እንደሚሰጥ መናገሩ መሆን አለበት። | ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ፡ ዚሓርር መስዋእቲ ምሉእ ብምሉእ ንየሆዋ እዩ ዚውሃብ ነይሩ፣ ስለዚ፡ ይፍታሕ ነቲ ሰብ እቲ ንኣገልግሎት ኣምላኽ ጥራይ ኪኸውን ከም ዚውፍዮ ይገልጽ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ። |
3,275 | tg_am | ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ፡ ዚሓርር መስዋእቲ ምሉእ ብምሉእ ንየሆዋ እዩ ዚውሃብ ነይሩ፣ ስለዚ፡ ይፍታሕ ነቲ ሰብ እቲ ንኣገልግሎት ኣምላኽ ጥራይ ኪኸውን ከም ዚውፍዮ ይገልጽ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ። | በሙሴ ሕግ መሠረት የሚቃጠል መባ ለይሖዋ ሙሉ በሙሉ የሚቀርብ መሥዋዕት ነው፤ ስለሆነም ዮፍታሔ፣ ግለሰቡን ሙሉ በሙሉ ለይሖዋ አገልግሎት እንደሚሰጥ መናገሩ መሆን አለበት። |
3,276 | am_tg | ዮፍታሔ የገባው ቃል፣ ግለሰቡ በሕይወት ዘመኑ ሁሉ በማደሪያው ድንኳን ውስጥ እንዲያገለግል መስጠትን ያመለክታል። | እዚ መብጽዓ እዚ እምበኣር፡ እቲ ሰብ ኣብ ማሕደር የሆዋ ንሓዋሩ ኸም ዜገልግል እዩ ዚእምት ነይሩ። |
3,277 | tg_am | እዚ መብጽዓ እዚ እምበኣር፡ እቲ ሰብ ኣብ ማሕደር የሆዋ ንሓዋሩ ኸም ዜገልግል እዩ ዚእምት ነይሩ። | ዮፍታሔ የገባው ቃል፣ ግለሰቡ በሕይወት ዘመኑ ሁሉ በማደሪያው ድንኳን ውስጥ እንዲያገለግል መስጠትን ያመለክታል። |
3,278 | am_tg | ይሖዋ የዮፍታሔን ስእለት የተቀበለው ሲሆን በምላሹም ታላቅ ድል እንዲቀዳጅ አደረገው። | የሆዋ ነቲ ይፍታሕ እተመባጽዖ ተቐቢሉ፡ ዜደንቕ ዓወት ሃቦ። |
3,279 | tg_am | የሆዋ ነቲ ይፍታሕ እተመባጽዖ ተቐቢሉ፡ ዜደንቕ ዓወት ሃቦ። | ይሖዋ የዮፍታሔን ስእለት የተቀበለው ሲሆን በምላሹም ታላቅ ድል እንዲቀዳጅ አደረገው። |
3,280 | am_tg | ዮፍታሔ ከጦርነት ሲመለስ እሱን ለመቀበል የወጣችው የሚወዳት አንድያ ልጁ ነበረች! እንግዲህ ፈተናው እዚህ ላይ ነው። | ይፍታሕ ካብ ውግእ ምስ ተመልሰ፡ እታ ዚፈትዋ ሓንቲ በይና ውሉዱ እያ ኽትቅበሎ ወጺኣ! እዚ ፈተና ዀኖ። |
3,281 | tg_am | ይፍታሕ ካብ ውግእ ምስ ተመልሰ፡ እታ ዚፈትዋ ሓንቲ በይና ውሉዱ እያ ኽትቅበሎ ወጺኣ! እዚ ፈተና ዀኖ። | ዮፍታሔ ከጦርነት ሲመለስ እሱን ለመቀበል የወጣችው የሚወዳት አንድያ ልጁ ነበረች! እንግዲህ ፈተናው እዚህ ላይ ነው። |
3,282 | am_tg | አንዳንድ የበሽታ ዓይነቶች ፈውስ የሌላቸው ሊሆኑ ይችላሉ። | ገሊኡ ሕማማት፡ ፍሉጥ ዓይነት ሕክምና የብሉን ይኸውን። |
3,283 | tg_am | ገሊኡ ሕማማት፡ ፍሉጥ ዓይነት ሕክምና የብሉን ይኸውን። | አንዳንድ የበሽታ ዓይነቶች ፈውስ የሌላቸው ሊሆኑ ይችላሉ። |
3,284 | am_tg | በመሆኑም አንዳንድ የሕክምና ዓይነቶች በጣም ውጤታማ እንደሆኑ ሲወራ ብንሰማና ወሬው እንዲሁ የስሚ ስሚ ቢሆን እንዲህ ያሉትን የሕክምና ዓይነቶች በመጠቀም ረገድ ጥንቃቄ ማድረጋችን የጥበብ አካሄድ ነው። | ስለዚ፡ ዜደንቕ ውጽኢት ኣለዎ ዚብሃል፡ ግናኸ ብበላበለው ጥራይ ዚዋዓዋዕ ዓይነት ሕክምና ኽንጥንቀቐሉ ኣሎና። |
3,285 | tg_am | ስለዚ፡ ዜደንቕ ውጽኢት ኣለዎ ዚብሃል፡ ግናኸ ብበላበለው ጥራይ ዚዋዓዋዕ ዓይነት ሕክምና ኽንጥንቀቐሉ ኣሎና። | በመሆኑም አንዳንድ የሕክምና ዓይነቶች በጣም ውጤታማ እንደሆኑ ሲወራ ብንሰማና ወሬው እንዲሁ የስሚ ስሚ ቢሆን እንዲህ ያሉትን የሕክምና ዓይነቶች በመጠቀም ረገድ ጥንቃቄ ማድረጋችን የጥበብ አካሄድ ነው። |
3,286 | am_tg | ጳውሎስ ምክንያታዊነታችሁ በሰው ሁሉ ዘንድ የታወቀ ይሁን ሲል በመንፈስ መሪነት ጽፏል። | ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ፡ ልዙባት ምዃንኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ ኢሉ እዩ። |
3,287 | tg_am | ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ፡ ልዙባት ምዃንኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ ኢሉ እዩ። | ጳውሎስ ምክንያታዊነታችሁ በሰው ሁሉ ዘንድ የታወቀ ይሁን ሲል በመንፈስ መሪነት ጽፏል። |
3,288 | am_tg | ምክንያታዊ መሆናችን መንፈሳዊ ጉዳዮችን ቸል እስክንል ድረስ ስለ ጤናችን ከሚገባው በላይ ከመጨነቅ እንድንቆጠብ ይረዳናል። | ልዙባት ወይ ሚዛናውያን ምስ እንኸውን፡ ንጥዕናና እምብዛ ብዙሕ ግዜ ብምውፋይ ንመንፈሳዊ ነገራት ዕሽሽ ኣይንብሎን ኢና። |
3,289 | tg_am | ልዙባት ወይ ሚዛናውያን ምስ እንኸውን፡ ንጥዕናና እምብዛ ብዙሕ ግዜ ብምውፋይ ንመንፈሳዊ ነገራት ዕሽሽ ኣይንብሎን ኢና። | ምክንያታዊ መሆናችን መንፈሳዊ ጉዳዮችን ቸል እስክንል ድረስ ስለ ጤናችን ከሚገባው በላይ ከመጨነቅ እንድንቆጠብ ይረዳናል። |
3,290 | am_tg | የጤንነታችን ጉዳይ በሕይወታችን ውስጥ የመጀመሪያውን ቦታ ከያዘ ራስ ወዳድ የመሆን አዝማሚያ እየታየብን ሊሆን ይችላል። | ቀንዲ ኣትኵሮ ህይወትና ኣብ ጥዕናና እንተ ጌርና፡ ኣብ ጥቕሚ ርእስና ጥራይ እነተኵር ክንከውን ንኽእል ኢና። |
3,291 | tg_am | ቀንዲ ኣትኵሮ ህይወትና ኣብ ጥዕናና እንተ ጌርና፡ ኣብ ጥቕሚ ርእስና ጥራይ እነተኵር ክንከውን ንኽእል ኢና። | የጤንነታችን ጉዳይ በሕይወታችን ውስጥ የመጀመሪያውን ቦታ ከያዘ ራስ ወዳድ የመሆን አዝማሚያ እየታየብን ሊሆን ይችላል። |
3,292 | am_tg | በሕይወታችን ውስጥ ትልቁን ቦታ ሊይዝ የሚገባው መንፈሳዊ ነገር ነው፤ በመሆኑም ስለ ጤንነታችን ያለን አመለካከት ምክንያታዊነት የሚንጸባረቅበት ሊሆን ይገባል። | መንፈሳዊ ነገራት ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ እዩ፣ ንጥዕናና ብዚምልከት ድማ ኣረኣእያና ሚዛናዊ ኪኸውን ይግባእ። |
3,293 | tg_am | መንፈሳዊ ነገራት ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ እዩ፣ ንጥዕናና ብዚምልከት ድማ ኣረኣእያና ሚዛናዊ ኪኸውን ይግባእ። | በሕይወታችን ውስጥ ትልቁን ቦታ ሊይዝ የሚገባው መንፈሳዊ ነገር ነው፤ በመሆኑም ስለ ጤንነታችን ያለን አመለካከት ምክንያታዊነት የሚንጸባረቅበት ሊሆን ይገባል። |
3,294 | am_tg | ከጤና ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን በተመለከተ እያንዳንዳችን የራሳችንን ውሳኔ ለማድረግና የሚያስከትልብንን ኃላፊነት ለመቀበል ፈቃደኛ መሆን ይኖርብናል። | ኣብ ከም ክንክን ጥዕና ዝኣመሰለ ጕዳያት፡ ነፍሲ ወከፍና ብብሕቲ ውሳነ ኽንገብርን ነቲ ምስኡ ዚመጽእ ሓላፍነት ክንስከምን ይግብኣና። |
3,295 | tg_am | ኣብ ከም ክንክን ጥዕና ዝኣመሰለ ጕዳያት፡ ነፍሲ ወከፍና ብብሕቲ ውሳነ ኽንገብርን ነቲ ምስኡ ዚመጽእ ሓላፍነት ክንስከምን ይግብኣና። | ከጤና ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን በተመለከተ እያንዳንዳችን የራሳችንን ውሳኔ ለማድረግና የሚያስከትልብንን ኃላፊነት ለመቀበል ፈቃደኛ መሆን ይኖርብናል። |
3,296 | am_tg | ሰለሞን መጥፎ ጓደኝነት መመሥረቱ፣ የነበረውን ጥበብ እያደር እንዲያጣና ከእውነተኛው አምልኮ እንዲርቅ አድርጎታል። | ሰሎሞን ብሰንኪ እቲ ዝመስረቶ ሕማቕ ዕርክነት፡ እቲ ዝነበሮ ጥበብ ጠፍአ፣ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ድማ ሓደጎ። |
3,297 | tg_am | ሰሎሞን ብሰንኪ እቲ ዝመስረቶ ሕማቕ ዕርክነት፡ እቲ ዝነበሮ ጥበብ ጠፍአ፣ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ድማ ሓደጎ። | ሰለሞን መጥፎ ጓደኝነት መመሥረቱ፣ የነበረውን ጥበብ እያደር እንዲያጣና ከእውነተኛው አምልኮ እንዲርቅ አድርጎታል። |
3,298 | am_tg | ይሖዋን የማይወድ ሰው ማግባት ለሚያስቡ ክርስቲያኖች ይህ ጥሩ ማስጠንቀቂያ ይሆናቸዋል! አንድ ሰው የአምላክ አገልጋይ የሆነው ከማያምን ሰው ጋር ትዳር ከመሠረተ በኋላ ቢሆንስ? | እዝስ ነቶም ንየሆዋ ዘየፍቅር ሰብ ኪምርዓዉ ዚሓስቡ ዘለዉ ክርስትያናት፡ ከመይ ዝኣመሰለ መለበሚ ዀን እዩ! ሓደ ሰብ ንየሆዋ ኼምልኾ ኺጅምር ከሎ፡ መጻምድቱ ዘይኣማኒ እንተ ዀነኸ፧ |
3,299 | tg_am | እዝስ ነቶም ንየሆዋ ዘየፍቅር ሰብ ኪምርዓዉ ዚሓስቡ ዘለዉ ክርስትያናት፡ ከመይ ዝኣመሰለ መለበሚ ዀን እዩ! ሓደ ሰብ ንየሆዋ ኼምልኾ ኺጅምር ከሎ፡ መጻምድቱ ዘይኣማኒ እንተ ዀነኸ፧ | ይሖዋን የማይወድ ሰው ማግባት ለሚያስቡ ክርስቲያኖች ይህ ጥሩ ማስጠንቀቂያ ይሆናቸዋል! አንድ ሰው የአምላክ አገልጋይ የሆነው ከማያምን ሰው ጋር ትዳር ከመሠረተ በኋላ ቢሆንስ? |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.