Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,300
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ እናንተ ሚስቶች፣ ለቃሉ የማይታዘዙ ባሎች ካሉ ያለ ቃል በሚስቶቻቸው ምግባር እንዲማረኩ ለባሎቻችሁ ተገዙ ይላል።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማረኹ ንሰብኡትክን ተገዝኣኦም ይብል እዩ።
3,301
tg_am

3,302
am_tg
ይህ ሐሳብ የተጻፈው ለክርስቲያን ሚስቶች ቢሆንም ከጊዜ በኋላ ይሖዋን ማምለክ ለጀመሩና የማያምኑ ሚስቶች ላሏቸው ባሎችም ይሠራል።
እዘን ቃላት እዚአን፡ ኣብ ክርስትያን ኣንስቲ ዘተኰራ እኳ እንተ ዀና፡ እቲ መሰረታዊ ስርዓት ግና፡ ዘይኣማኒት ተመርዕዩ ኸሎ ንየሆዋ ኼምልኾ ንዝጀመረ ሰብኣይ እውን ዚምልከት እዩ።
3,303

3,304
am_tg
የመጽሐፍ ቅዱስ ምክር ግልጽ ነው፦ ጥሩ የትዳር አጋር ሁኑ፤ እንዲሁም አምላክ ለጋብቻ ያወጣቸውን የላቁ መሥፈርቶች ተግባራዊ አድርጉ።
ምኽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ንጹር እዩ፣ ንፉዕ መጻምድቲ ኽትከውንን ምስቲ ንሓዳር ዚምልከት ልዑል ስርዓታት ኣምላኽ ተሰማሚዕካ ኽትመላለስን ከም ዘሎካ እዩ ዚመክር።
3,305

3,306
am_tg
በርካታ የማያምኑ ሰዎች፣ የትዳር ጓደኛቸው የአምላክን መመሪያዎች መከተል ከጀመረ በኋላ ምን ያህል ለውጥ እንዳደረገ ሲመለከቱ እነሱም እውነትን ተቀብለዋል።
ብዙሓት ዘይኣመንቲ ዝነበሩ መጻምድቲ፡ እቲ መጻምድቶም ምስቲ ኣምላኽ ካባና ዚደልዮ ብቕዓታት ተሰማሚዑ ኺነብር ከሎ ዝገበሮ ለውጢ ምስ ረኣዩ፡ ሓቂ ተቐቢሎም እዮም።
3,307

3,308
am_tg
የሐሰት ሃይማኖት ድርጅቶች ከጠፉ በኋላ ምን ይሆናል?
ናይ ሓሶት ሃይማኖታውያን ውድባት ምስ ጠፍኣ እንታይ እዩ ኼጋጥም፧
3,309

3,310
am_tg
በዚያን ጊዜ የልባችን እውነተኛ ዝንባሌ ይገለጣል።
እቲ እዋን እቲ፡ ኣብ ልብና ብሓቂ እንታይ ከም ዘሎ ዚግለጸሉ ግዜ እዩ።
3,311

3,312
am_tg
አብዛኛው የሰው ዘር ተራራ ላይ ባሉ ዓለቶች የተመሰሉትን ሰብዓዊ ድርጅቶች መሸሸጊያ ለማድረግ ይሞክራል።
መብዛሕትኦም ደቂ ሰብ፡ ካብተን ምስ ኣኻውሕ ኣኽራን እተመሳሰላ ውድባት ደቂ ሰብ ዕቝባ ኺደልዩ እዮም።
3,313

3,314
am_tg
የአምላክ ሕዝቦች ግን ይሖዋ ወዳዘጋጀው መጠለያ በምሳሌያዊ ሁኔታ ይሸሻሉ።
ብምሳልያዊ ኣዘራርባ ግና፡ ህዝቢ ኣምላኽ ናብቲ የሆዋ ዜዳልዎ መዕቈቢ ኺሃድሙ እዮም።
3,315

3,316
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ለተወሰነ ጊዜ ያህል ክፍተት የተገኘው ብዙ አይሁዳውያን ወደ ክርስትና እንዲለወጡ አልነበረም።
እቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ እዋን ዕረፍቲ፡ ብዙሓት ኣይሁድ ብጃምላ ናብ ክርስትና ዚቕየሩሉ እዋን ኣይኰነን ነይሩ።
3,317

3,318
am_tg
ከዚህ በተለየ፣ ቀድሞውንም ክርስቲያን የነበሩት ሰዎች በታዛዥነት እርምጃ የሚወስዱበት ጊዜ ነበር።
ኣብ ክንዳኡስ፡ እቶም ድሮ ክርስትያናት ዝነበሩ ስጕምቲ ዚወስዱሉን ተኣዛዝነቶም ዜርእዩሉን እዋን እዩ ነይሩ።
3,319

3,320
am_tg
በተመሳሳይም ወደፊት ታላቁ መከራ ለተወሰነ ጊዜ ሲቋረጥ አዳዲስ አማኞች ወደ ክርስትና እንደሚጎርፉ አንጠብቅም።
ብተመሳሳሊ፡ ኣብቲ ኣብ እዋን እቲ ብርቱዕ ጸበባ ዚህሉ ግዜ ዕረፍቲ፡ ሓደስቲ ኣመንቲ ኣይኪውሕዙን እዮም።
3,321

3,322
am_tg
ከዚህ ይልቅ በዚህ ጊዜ እውነተኛ ክርስቲያኖች በሙሉ ይሖዋን እንደሚወዱና የክርስቶስን ወንድሞች እንደሚደግፉ ለማሳየት አጋጣሚ ያገኛሉ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ኵሎም ናይ ሓቂ ኣመንቲ፡ ንየሆዋ ዘለዎም ፍቕሪ ዜርእዩሉን ንኣሕዋት ክርስቶስ ደገፎም ዚህቡሉን ኣጋጣሚ እዩ ኪኸውን።
3,323

3,324
am_tg
ይሖዋ ከፍተኛ ኃይል ያለውን ቅዱስ መንፈሱን በመስጠት ጥንካሬ እንድናገኝና ፈተናን መቋቋም እንድንችል ይረዳናል።
የሆዋ፡ ነቲ ዜጋጥመና ፈተና ንኽንቃወሞ ኼበራትዓናን ኪሕግዘናን ዚኽእል ሓያል መንፈስ ቅዱሱ ይህበና እዩ።
3,325

3,326
am_tg
በተጨማሪም አምላክ ልንርቃቸው ስለሚገቡ ሁኔታዎች በቃሉና በጉባኤው አማካኝነት አስቀድሞ ያስጠነቅቀናል፤ ከማስጠንቀቂያዎቹ መካከል እምብዛም አስፈላጊ ባልሆኑ ቁሳዊ ነገሮች ላይ ብዙ ጊዜ፣ ገንዘብና ጉልበት ማጥፋትን አስመልክቶ የሚሰጠን ምክር ይገኝበታል።
ብቓሉን ብክርስትያናዊት ጉባኤን ኣቢሉ እውን፡ ብዛዕባ እቲ ኽንርሕቖ ዚግባእ ኵነታት የጠንቅቐና እዩ፣ እዚ ኸኣ ኣገዳሲ ኣብ ዘይኰነ ስጋዊ ነገራት ግዜኻን ገንዘብካን ጕልበትካን ምጥፋእ የጠቓልል።
3,327

3,328
am_tg
ቀደም ሲል አቅኚ የነበሩት ኢስፔንና ያኒ ሁለት ልጆቻቸውን እያሳደጉ ነው።
ቅድም ስሩዓት ፈለምቲ ዀይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ኤስፐንን ያናን ክኣልይዎም ዘለዎም ክልተ ንኣሽቱ ቘልዑ ኣለዎም።
3,329

3,330
am_tg
ኢስፔን እንዲህ ብሏል፦ ቀደም ሲል እናደርገው እንደነበረው አሁን በቲኦክራሲያዊ እንቅስቃሴዎች ረዘም ያለ ጊዜ ማሳለፍ አንችልም፤ በመሆኑም ፈተና ውስጥ እንዳንወድቅ አዘውትረን ወደ ይሖዋ እንጸልያለን።
ኤስፐን፡ ሕጂ ኸምቲ ቐደም እንገብሮ ዝነበርና ኣብ ቲኦክራስያዊ ንጥፈታት ብዝያዳ ኽንካፈል ስለ ዘይንኽእል፡ ኣብ ፈተና ኸይንወድቕ ናብ የሆዋ ኣዘውቲርና ንጽሊ ኢና።
3,331

3,332
am_tg
መንፈሳዊነታችንንና ለአገልግሎቱ ያለንን ቅንዓት ጠብቀን ለመኖር እንዲረዳን ይሖዋን እንጠይቀዋለን።
መንፈሳውነትና ኽንሕሉን ንኣገልግሎት ዘሎና ቕንኣት ክንዕቅብን ምእንቲ ኺሕግዘና ንየሆዋ ንልምኖ ኢና በለ።
3,333

3,334
am_tg
በዘመናችን የተስፋፋው ሌላው ፈተና ደግሞ ፖርኖግራፊ ማየት ነው።
ሎሚ ኣዝዩ ዜስፋሕፍሕ ዘሎ ኻልእ ፈተና ድማ፡ ስእለ ጽዩፍ ምርኣይ እዩ።
3,335

3,336
am_tg
አንዳንዶች፣ መጥፎ በሆኑ ነገሮች ላይ በማሰላሰላቸው በዚህ ፈተና ወድቀዋል።
ገሊኦም ሰባት ኣእምሮኦም ብዛዕባ ሕማቕ ነገራት ኪሓስብ ብምፍቃድ፡ ኣብቲ ምስ ስእለ ጽዩፍ ዚተሓሓዝ ፈተና ወዲቖም እዮም።
3,337

3,338
am_tg
ሆኖም በሺዎች የሚቆጠሩ ወንድሞቻችን እንዳደረጉት እኛም ይህን ፈተና መቋቋም እንችላለን።
ንሕና ግና ልክዕ ከምቶም ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ኣሕዋትና፡ ነቲ ፈተና ኽንቃወሞ ንኽእል ኢና።
3,339

3,340
am_tg
ብዙ ሰዎች የጌታን ጸሎት በቃላቸው መድገም ይችላሉ።
ብዙሓት ሰባት ነታ ኣቡነ ዘበሰማያት እትብሃል ጸሎት፡ ብቓሎም ይወጽዋ እዮም።
3,341

3,342
am_tg
ከቤት ወደ ቤት ስናገለግል የአምላክ መንግሥት እውን መስተዳድር እንደሆነና በምድር ላይ አስደናቂ የሆኑ ለውጦችን እንደሚያመጣ ለሰዎች ለማስረዳት ብዙውን ጊዜ ይህን ጸሎት እንጠቅሳለን።
ካብ ቤት ናብ ቤት ከነገልግል ከለና፡ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምድርና ዜደንቕ ለውጢ እተምጽእ ናይ ሓቂ መንግስቲ ምዃና ንምግላጽ፡ ነታ ጸሎት ንሰብ ቤት ንጠቕሰሎም ኢና።
3,343

3,344
am_tg
አሊያም ደግሞ አምላክ የግል ስም እንዳለውና ይህ ስም መቀደስ ወይም ብሩክ መሆን እንዳለበት ለማጉላት በጸሎቱ ላይ ያለውን የመጀመሪያ ልመና አውጥተን እናሳያቸው ይሆናል።
ወይ ከኣ፡ ኣምላኽ ውልቃዊ ስም ከም ዘለዎን ንስሙ ኽንቅድሶ ኸም ዚግባእን ንምሕባር፡ ነታ ስምካ ይቀደስ እትብል ናይ መጀመርታ ልመና ንጠቕሳ ንኸውን።
3,345

3,346
am_tg
የግርጌ ማስታወሻ ኢየሱስ ይህን ጸሎት ያስተማረን በሕዝበ ክርስትና ውስጥ በርካታ ሰዎች እንደሚያደርጉት በጸለይን ቁጥር ቃል በቃል እንድንደግመው አስቦ ነው?
የሱስ፡ ልክዕ ከምቲ ብዙሓት ምእመናን ህዝበ ክርስትያን ዚገብርዎ፡ እታ ጸሎት ኣብ ነፍሲ ወከፍ እዋን ቃል ብቓሉ ኽትድገም ድዩ ሓሲቡ ነይሩ፧
3,347

3,348
am_tg
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
3,349
tg_am
ኣይፋሉን።
በፍጹም።
3,350
am_tg
ኢየሱስ ይህን ናሙና ከማስተማሩ በፊት በምትጸልዩበት ጊዜ አንድ ዓይነት ነገር ደጋግማችሁ አታነብንቡ ብሎ ነበር።
ነታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ቀቅድሚ ምሃቡ፡ ክትጽልዩ ኸለኹም፡ ሕደ ቓላት ኣይትደጋግሙ ኢሉ ነይሩ እዩ።
3,351

3,352
am_tg
ከጊዜ በኋላም ይህን ጸሎት በድጋሚ ሲያስተምር ለየት ያለ አገላለጽ ተጠቅሟል።
ጸኒሑ ድማ፡ ነታ ጸሎት እኳ እንተ ደገማ፡ እተፈልየ ቓላት እዩ ተጠቒሙ።
3,353

3,354
am_tg
ኢየሱስ፣ ስለ የትኞቹ ነገሮች መለመን እንዳለብንና በጸሎታችን ላይ ቅድሚያ መስጠት የሚገባን ለምን ነገሮች እንደሆነ አስገንዝቦናል።
በዚ ኸምዚ፡ የሱስ፡ ኣብ ጸሎትና ኽንሓትቶ እንኽእል ነጥብታትን ነየናይ ቀዳምነት ክንህብ ከም ዘሎናን ንኽንፈልጥ ሓጊዙና እዩ።
3,355

3,356
am_tg
ይህ ጸሎት፣ የጸሎት ናሙና ተብሎ የሚጠራውም ለዚህ ነው።
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ እያ እታ የሱስ ዝመሃረና ጸሎት፡ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተባሂላ እትጽዋዕ።
3,357

3,358
am_tg
ጽንፈ ዓለም የተደራጀው በእርግጥም አስገራሚ በሆነ መንገድ ነው።
ዩኒቨርስ ብሓቂ ብዜደንቕ መገዲ እተወደበ እዩ።
3,359

3,360
am_tg
ከዚህ አንጻር ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ በሚገባ የተደራጁ እንዲሆኑ መፈለጉ የሚያስገርም አይደለም።
እዚ ኸኣ፡ የሆዋ ንህዝቡ ብዚግባእ እተወደቡ ኪዀኑ ኸም ዚደልዮም ይሕብረና።
3,361

3,362
am_tg
እንዲያውም ይህን ማድረግ እንድንችል አምላክ መጽሐፍ ቅዱስን ሰጥቶናል።
ብዚግባእ ክንውደብ መምርሒ ምእንቲ ኪዀነና ኢሉ ድማ መጽሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ።
3,363

3,364
am_tg
የአምላክ ድርጅት የሚሰጠንን መመሪያዎችና የይሖዋን መሥፈርቶች ችላ ማለት ሕይወታችን ደስታ የራቀውና በመከራ የተሞላ እንዲሆን ያደርጋል።
ብመሰረት ውድብን ስርዓታትን ኣምላኽ ዘይንመላለስ እንተ ዄንና፡ ጓህን መከራን ዝመልኦ ናብራ ኢና እንነብር።
3,365

3,366
am_tg
የጥንቶቹ እስራኤላውያን፣ በመደራጀት ረገድ ግሩም ምሳሌ ይሆናሉ።
ብግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል ኣዝዮም እተወደቡ እዮም ነይሮም።
3,367

3,368
am_tg
ለአብነት ያህል፣ በሙሴ ሕግ ሥር በተደራጀ መልክ የሚያገለግሉ ሴት አገልጋዮች ነበሩ።
ንኣብነት፡ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኬገልግላ እተወደባ ኣንስቲ ነይረን እየን።
3,369

3,370
am_tg
ከጊዜ በኋላ ደግሞ ንጉሥ ዳዊት ሌዋውያኑንና ካህናቱን ሥራቸውን ውጤታማ በሆነ መንገድ ለማከናወን በሚያስችል ሁኔታ አደራጅቷቸዋል።
ጸኒሑ፡ ንጉስ ዳዊት ንሌዋውያንን ንኻህናትን ኣስላጢ ብዝዀነ መገዲ በብኽፍልታት ወዲብዎም እዩ።
3,371

3,372
am_tg
በአንደኛው መቶ ዘመን የነበረው የክርስቲያን ጉባኤ የተደራጀ ነበር፤ መጀመሪያ ላይ በሐዋርያት የተዋቀረው የበላይ አካል ለጉባኤው አመራር ይሰጥ ነበር።
እታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረት ክርስትያናዊት ጉባኤ እውን እተወደበት እያ ነይራ፣ ካብቲ ፈለማ ብሃዋርያት ዝቘመ ኣመሓዳሪ ኣካል ድማ መምርሒታት ትቕበል ነይራ እያ።
3,373

3,374
am_tg
ለጉባኤዎች ምክርና መመሪያ የሚተላለፈው በመንፈስ መሪነት በተጻፉ ደብዳቤዎች አማካኝነት ነበር።
ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኾም ዝጸሓፍዎ መልእኽትታት ብምልኣኽ፡ ምኽርን መምርሕን ይህቡ ነይሮም እዮም።
3,375

3,376
am_tg
ይሖዋ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት እውነትን ስለገለጠልንና በምሥራቹ እንድናምን ስላስቻለን ምንኛ አመስጋኞች ነን! ይሖዋ፣ የእምነታችን ዋና ወኪል እና ፍጹም አድራጊ በሆነው በልጁ በኩል ወደ ራሱ ስለሳበን ምንጊዜም ልናመሰግነው ይገባል።
የሆዋ ብመንፈስ ቅዱሱ ኣቢሉ ሓቂ ስለ ዝገለጸልናን በቲ ብስራት ክንኣምን ስለ ዝሓገዘናንሲ ኣዚና ኸነማሱ ዚግብኣናዶ ኸይኰነ! የሆዋ በቲ ናይ እምነትና ቐንዲ ወኪልን ፍጹም ገባርን ዝዀነ የሱስ ኣቢሉ ናብኡ ስለ ዝሰሓበና ወትሩ ኸነመስግኖ ኣሎና።
3,377

3,378
am_tg
እንዲህ ላለው ጸጋ ያለንን አመስጋኝነት ለማሳየት በጸሎትና የአምላክን ቃል በማጥናት እምነታችንን ማጠናከራችንን መቀጠል ይኖርብናል።
ነዚ ጸጋ እዚ ዘሎና ሞሳ ንምርኣይ ድማ፡ ብጸሎትን ቃል ኣምላኽ ብምጽናዕን ንእምነትና ኸነደልድላ ኣሎና።
3,379

3,380
am_tg
ይሖዋ ቃል በገባቸው ተስፋዎች ላይ እምነት እንዳለን ምንጊዜም ማሳየት ይኖርብናል።
በቲ የሆዋ ዘተስፈወና ተስፋታት ወትሩ ኽንኣምን ኣሎና።
3,381

3,382
am_tg
ይህንንም የምናደርገው ሌሎች በግልጽ ሊያዩት በሚችሉት መንገድ ሊሆን ይገባል።
ነዚ ድማ ንኻልኦት ብንጹር ኪርአ ብዚኽእል መገዲ ኢና ኽንገብሮ ዘሎና።
3,383

3,384
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ የአምላክን መንግሥት ምሥራች በመስበኩና ደቀ መዛሙርት በማድረጉ ሥራ ሁልጊዜ እንሳተፋለን።
ንኣብነት፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ክንሰብኽን ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ናይ ምግባር ዕዮ ኽንካፈልን ኣሎና።
3,385

3,386
am_tg
በተጨማሪም ለሁሉም፣ በተለይ ደግሞ በእምነት ለሚዛመዱን ሰዎች መልካም ማድረጋችንን አናቋርጥም።
ብተወሳኺ፡ ንዅሉ፡ ምናዳ ኸኣ ነቶም ብእምነት ቤተ ሰብና ዝዀኑ፡ ሰናይ ንግበር።
3,387

3,388
am_tg
ከዚህም ሌላ አሮጌውን ስብዕና ከነልማዶቹ ገፍፈን ለመጣል ብርቱ ጥረት እናደርጋለን።
ብዘይካዚ፡ ነቲ ኣረጊት ስብእና ምስ ግብርታቱ ኽንቅንጥጦ ተጊህና ንጽዓር።
3,389

3,390
am_tg
የጥንቱ የክርስቲያን ጉባኤ እያደገ ሲሄድ መድልዎ እንዳለ የሚጠቁም ሁኔታ መታየት ጀመረ።
እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኤ እናዓበየት ምስ ከደት፡ ኣብ መንጎኦም ፍልልይ ተፈጢሩ ነይሩ።
3,391

3,392
am_tg
ግሪክኛ ተናጋሪ የሆኑ አይሁዳውያን መበለቶቻቸው ቸል ስለተባሉባቸው ቅሬታ አሰሙ።
ግሪኽኛ ዝቛንቋኦም ኣይሁድ፡ መበለታቶም ብማዕረ ይርኣያ ኸም ዘየለዋ ኣማሪሮም ነይሮም እዮም።
3,393

3,394
am_tg
ሐዋርያት ይህን ችግር ለመፍታትና ማንም ቸል እንዳይባል ለማድረግ ሲሉ ሰባት ወንዶች ሾሙ።
ነቲ ጕዳይ እቲ ንምድቃስ ከኣ፡ ሃዋርያት ዋላ ሓደ ሸለል ከይብሃል ኢሎም ሸውዓተ ሰብኡት ሸሙ።
3,395

3,396
am_tg
ሰባቱም ወንዶች የግሪክኛ ስም ያላቸው መሆኑ ትኩረት የሚስብ ነው፤ ምናልባትም ሐዋርያት ይህን ያደረጉት በዜግነት ምክንያት በጥንቶቹ ክርስቲያኖች መካከል ሊፈጠር የሚችለውን አለመግባባት ለማብረድ አስበው ሊሆን ይችላል።
እቶም ሰብኡት ድማ ኵላቶም ናይ ግሪኽኛ ስማት እዩ ነይርዎም፣ እዚ ድማ ሃዋርያት ነቲ ኣብ መንጎ ቐዳሞት ክርስትያናት ተፈጢሩ ዝነበረ ውጥረት ኪንክዩ ይደልዩ ኸም ዚነበሩ ዚሕብር ኪኸውን ይኽእል እዩ።
3,397

3,398
am_tg
ሁላችንም፣ አናስተውለው ይሆናል እንጂ ያደግንበት ባሕል ከፍተኛ ተጽዕኖ ያደርግብናል።
ኵላትና በባህልና ዓብዪ ጽልዋ ይገብረልና እዩ።
3,399