Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
3,400 | am_tg | በተጨማሪም ጎረቤቶቻችን አሊያም አብረውን የሚሠሩ ወይም የሚማሩ ሰዎች ከእኛ የተለየ ዜግነት፣ ዘርና የቆዳ ቀለም ያላቸውን ሰዎች የሚያንቋሽሽ ነገር ሲናገሩ እንሰማ ይሆናል። | ብዘይካዚ፡ ጐረባብትና፡ መሳርሕትና፡ ወይ መማህርትና፡ ካልእ ዓሌት፡ ቀቢላ፡ ወይ ሕብሪ ቘርበት ንዘለዎም ሰባት ኬቈናጽቡ ንሰምዕ ኢና። |
3,401 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ጐረባብትና፡ መሳርሕትና፡ ወይ መማህርትና፡ ካልእ ዓሌት፡ ቀቢላ፡ ወይ ሕብሪ ቘርበት ንዘለዎም ሰባት ኬቈናጽቡ ንሰምዕ ኢና። | በተጨማሪም ጎረቤቶቻችን አሊያም አብረውን የሚሠሩ ወይም የሚማሩ ሰዎች ከእኛ የተለየ ዜግነት፣ ዘርና የቆዳ ቀለም ያላቸውን ሰዎች የሚያንቋሽሽ ነገር ሲናገሩ እንሰማ ይሆናል። |
3,402 | am_tg | ላይ የተዘረዘሩት ታማኝ የአምላክ አገልጋዮች በሞት ያንቀላፉት፣ ተስፋ የተሰጠበት ዘር ማለትም ኢየሱስ ክርስቶስ በሰማይ ሕይወት ለማግኘት የሚያስችል መንገድ ከመክፈቱ በፊት ነው። | ኣብ መጽሓፍ እብራውያን፡ ኣብ ምዕራፍ 11 እተዘርዘሩ እሙናት ሰባት እቲ ተስፋ እተገብረሉ ዘርኢ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ሰማያዊ ህይወት ዚርከበሉ መገዲ ቕድሚ ምኽፋቱ እዮም ሞይቶም። |
3,403 | tg_am | ኣብ መጽሓፍ እብራውያን፡ ኣብ ምዕራፍ 11 እተዘርዘሩ እሙናት ሰባት እቲ ተስፋ እተገብረሉ ዘርኢ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ሰማያዊ ህይወት ዚርከበሉ መገዲ ቕድሚ ምኽፋቱ እዮም ሞይቶም። | ላይ የተዘረዘሩት ታማኝ የአምላክ አገልጋዮች በሞት ያንቀላፉት፣ ተስፋ የተሰጠበት ዘር ማለትም ኢየሱስ ክርስቶስ በሰማይ ሕይወት ለማግኘት የሚያስችል መንገድ ከመክፈቱ በፊት ነው። |
3,404 | am_tg | ያም ቢሆን ከሞት ተነስተው ገነት በሆነች ምድር ላይ ለዘላለም ይኖራሉ፤ በዚያም ፍጹም ሕይወት ያገኛሉ። | ኰይኑ ግና፡ ኣብታ ገነት እትኸውን ምድሪ ተንሲኦም ፍጹም ህይወት ኪረኽቡ እዮም። |
3,405 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ኣብታ ገነት እትኸውን ምድሪ ተንሲኦም ፍጹም ህይወት ኪረኽቡ እዮም። | ያም ቢሆን ከሞት ተነስተው ገነት በሆነች ምድር ላይ ለዘላለም ይኖራሉ፤ በዚያም ፍጹም ሕይወት ያገኛሉ። |
3,406 | am_tg | በቅድመ ክርስትና ዘመን ስለኖሩ አንዳንድ የአምላክ አገልጋዮች ሲናገር እንዲህ ይላል፦ እነዚህ ሁሉ የተስፋውን ቃል ፍጻሜ ባያዩም እምነታቸውን እንደጠበቁ ሞቱ፤ ሆኖም ከሩቅ አይተው በደስታ ተቀበሉት። | ብዛዕባ እቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ እሙናት ሰባት ክትገልጽ ከላ፡ ኵሎም እዚኣቶም ነቲ ተስፋታት እኳ እንተ ዘይረኸብዎ፡ ካብ ርሑቕ ርእዮም ግና ተቐቢሎምዎ እዮም ትብል። |
3,407 | tg_am | ብዛዕባ እቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ እሙናት ሰባት ክትገልጽ ከላ፡ ኵሎም እዚኣቶም ነቲ ተስፋታት እኳ እንተ ዘይረኸብዎ፡ ካብ ርሑቕ ርእዮም ግና ተቐቢሎምዎ እዮም ትብል። | በቅድመ ክርስትና ዘመን ስለኖሩ አንዳንድ የአምላክ አገልጋዮች ሲናገር እንዲህ ይላል፦ እነዚህ ሁሉ የተስፋውን ቃል ፍጻሜ ባያዩም እምነታቸውን እንደጠበቁ ሞቱ፤ ሆኖም ከሩቅ አይተው በደስታ ተቀበሉት። |
3,408 | am_tg | ከእነዚህ መካከል አንዱ አብርሃም ነው። | ሓደ ኻብዚኣቶም ኣብርሃም እዩ። |
3,409 | tg_am | ሓደ ኻብዚኣቶም ኣብርሃም እዩ። | ከእነዚህ መካከል አንዱ አብርሃም ነው። |
3,410 | am_tg | ይሁንና አብርሃም፣ ተስፋ የተሰጠበት ዘር በሚያመጣው አዲስ ዓለም ውስጥ የሚኖረው አስደሳች ሕይወት በአእምሮው ቁልጭ ብሎ ይታየው ነበር? | ኣብርሃም ብዛዕባ እቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ተስፋ እተገብረሉ ዘርኢ ዚርከብ ዜሐጕስ ህይወት እንታይ ኣረኣእያ ነይርዎ፧ |
3,411 | tg_am | ኣብርሃም ብዛዕባ እቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ተስፋ እተገብረሉ ዘርኢ ዚርከብ ዜሐጕስ ህይወት እንታይ ኣረኣእያ ነይርዎ፧ | ይሁንና አብርሃም፣ ተስፋ የተሰጠበት ዘር በሚያመጣው አዲስ ዓለም ውስጥ የሚኖረው አስደሳች ሕይወት በአእምሮው ቁልጭ ብሎ ይታየው ነበር? |
3,412 | am_tg | ኢየሱስ ለተቃዋሚዎቹ የተናገረው ሐሳብ ለዚህ ጥያቄ ግልጽ መልስ ይሰጠናል፤ አባታችሁ አብርሃም ቀኔን እንደሚያይ ተስፋ በማድረግ እጅግ ተደሰተ፤ አይቶትም ደስ ተሰኘ ብሎ ነበር። | የሱስ ተጻረርቱ ንዚሓተትዎ ሕቶ ኺምልስ ከሎ፡ ኣቦኹም ኣብርሃም መዓልተይ ኪርኢ ተስፋ ምስ ገበረ፡ ባህ ኢልዎ፣ ርእይዋ ድማ ተሓጒሱ ኢሉ ኣሎ። |
3,413 | tg_am | የሱስ ተጻረርቱ ንዚሓተትዎ ሕቶ ኺምልስ ከሎ፡ ኣቦኹም ኣብርሃም መዓልተይ ኪርኢ ተስፋ ምስ ገበረ፡ ባህ ኢልዎ፣ ርእይዋ ድማ ተሓጒሱ ኢሉ ኣሎ። | ኢየሱስ ለተቃዋሚዎቹ የተናገረው ሐሳብ ለዚህ ጥያቄ ግልጽ መልስ ይሰጠናል፤ አባታችሁ አብርሃም ቀኔን እንደሚያይ ተስፋ በማድረግ እጅግ ተደሰተ፤ አይቶትም ደስ ተሰኘ ብሎ ነበር። |
3,414 | am_tg | ሣራ፣ ይስሐቅ፣ ያዕቆብና ሌሎች በርካታ የአምላክ አገልጋዮችም አምላክ ንድፍ ያወጣላትንና የገነባትን ከተማ ይኸውም ወደፊት የሚቋቋመውን የአምላክ መንግሥት በጉጉት ይጠባበቁ ነበር። | ሳራን ይስሃቅን ያእቆብን ኣብታ ኣምላኽ ዝነዳፊኣን ዝሃናጺኣን እትመጽእ መንግስቲ ዘተኰሩ ሓያሎ ኻልኦትን እውን ከምኡ ዓይነት ስምዒት እዩ ነይርዎም። |
3,415 | tg_am | ሳራን ይስሃቅን ያእቆብን ኣብታ ኣምላኽ ዝነዳፊኣን ዝሃናጺኣን እትመጽእ መንግስቲ ዘተኰሩ ሓያሎ ኻልኦትን እውን ከምኡ ዓይነት ስምዒት እዩ ነይርዎም። | ሣራ፣ ይስሐቅ፣ ያዕቆብና ሌሎች በርካታ የአምላክ አገልጋዮችም አምላክ ንድፍ ያወጣላትንና የገነባትን ከተማ ይኸውም ወደፊት የሚቋቋመውን የአምላክ መንግሥት በጉጉት ይጠባበቁ ነበር። |
3,416 | am_tg | ኖኅና ሦስቱ ወንዶች ልጆቹ ከአንድ በላይ ባያገቡም በጥንት ዘመን ብዙ ሚስቶችን ማግባት የተለመደ ነበር። | ኖህን ሰለስተ ደቁን ሓሓንቲ ሰበይቲ እኳ እንተ ነበራኦም፡ ብዘመነ ኣበው ግና ድርብ መውስቦ ኺገብሩ፡ ማለት ገሊኦም ሰብኡት ብዙሓት ኣንስቲ ኺገብሩ ጀመሩ። |
3,417 | tg_am | ኖህን ሰለስተ ደቁን ሓሓንቲ ሰበይቲ እኳ እንተ ነበራኦም፡ ብዘመነ ኣበው ግና ድርብ መውስቦ ኺገብሩ፡ ማለት ገሊኦም ሰብኡት ብዙሓት ኣንስቲ ኺገብሩ ጀመሩ። | ኖኅና ሦስቱ ወንዶች ልጆቹ ከአንድ በላይ ባያገቡም በጥንት ዘመን ብዙ ሚስቶችን ማግባት የተለመደ ነበር። |
3,418 | am_tg | በብዙ ባሕሎች ውስጥ የፆታ ብልግና በጣም የተስፋፋ ከመሆንም አልፎ በአንዳንድ ሃይማኖታዊ ሥርዓቶች ውስጥ እንኳ ተካትቶ ነበር። | ኣብ ሓያሎ ባህልታት፡ ምንዝርና ኸም ሓደ ልሙድ ክፍሊ ህይወቶም ኰነ፣ ሓሉፍ ሓሊፉ እውን ኣብ ሃይማኖታዊ ልምድታቶም ተኣታተወ። |
3,419 | tg_am | ኣብ ሓያሎ ባህልታት፡ ምንዝርና ኸም ሓደ ልሙድ ክፍሊ ህይወቶም ኰነ፣ ሓሉፍ ሓሊፉ እውን ኣብ ሃይማኖታዊ ልምድታቶም ተኣታተወ። | በብዙ ባሕሎች ውስጥ የፆታ ብልግና በጣም የተስፋፋ ከመሆንም አልፎ በአንዳንድ ሃይማኖታዊ ሥርዓቶች ውስጥ እንኳ ተካትቶ ነበር። |
3,420 | am_tg | አብራም አብርሃም እና ሚስቱ ሦራ ሣራ አምላክ በሰጣቸው መመሪያ መሠረት ወደ ከነዓን በሄዱበት ወቅት የጋብቻ ዝግጅትን የሚያቃልሉ ልማዶች በዚያ አካባቢ ተስፋፍተው ነበር። | ኣብራምን ኣብርሃም ሰበይቱ ሳራይን ሳራ ንኣምላኽ ተኣዚዞም ናብ ከነኣን ኣብ ዝገዓዙሉ እዋን፡ እታ ሃገር ንመውስቦ ብዜበላሹ ብዙሕ ልምድታት መሊኣ ነበረት። |
3,421 | tg_am | ኣብራምን ኣብርሃም ሰበይቱ ሳራይን ሳራ ንኣምላኽ ተኣዚዞም ናብ ከነኣን ኣብ ዝገዓዙሉ እዋን፡ እታ ሃገር ንመውስቦ ብዜበላሹ ብዙሕ ልምድታት መሊኣ ነበረት። | አብራም አብርሃም እና ሚስቱ ሦራ ሣራ አምላክ በሰጣቸው መመሪያ መሠረት ወደ ከነዓን በሄዱበት ወቅት የጋብቻ ዝግጅትን የሚያቃልሉ ልማዶች በዚያ አካባቢ ተስፋፍተው ነበር። |
3,422 | am_tg | የሰዶምና የገሞራ ነዋሪዎች ልቅ የሆነ የፆታ ብልግና ይፈጽሙ ወይም እንዲህ ያለውን ድርጊት በቸልታ ያልፉ ስለነበር ይሖዋ እነዚህ ከተሞች እንዲጠፉ ወሰነ። | ነበርቲ ሶዶምን ጎሞራን ብዕሉጋት ወይ ንብዕሉግ ተግባራት ዕሽሽ ዚብሉ ብምንባሮም፡ የሆዋ ነተን ከተማታት እቲአን ኣጥፍአን። |
3,423 | tg_am | ነበርቲ ሶዶምን ጎሞራን ብዕሉጋት ወይ ንብዕሉግ ተግባራት ዕሽሽ ዚብሉ ብምንባሮም፡ የሆዋ ነተን ከተማታት እቲአን ኣጥፍአን። | የሰዶምና የገሞራ ነዋሪዎች ልቅ የሆነ የፆታ ብልግና ይፈጽሙ ወይም እንዲህ ያለውን ድርጊት በቸልታ ያልፉ ስለነበር ይሖዋ እነዚህ ከተሞች እንዲጠፉ ወሰነ። |
3,424 | am_tg | አብርሃም በቤተሰቡ ላይ የራስነት ሥልጣኑን በአግባቡ ይጠቀምበት የነበረ ሲሆን ሣራም ለባሏ በመገዛት ረገድ ግሩም ምሳሌ ነች። | ይኹን እምበር፡ ኣብርሃም ንቤተ ሰቡ ብግቡእ የመሓድር ነበረ፣ ሳራ እውን ንርእስነት ሰብኣያ ተገዛኢት ብምዃን ሰናይ ኣብነት ሓደገት። |
3,425 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ኣብርሃም ንቤተ ሰቡ ብግቡእ የመሓድር ነበረ፣ ሳራ እውን ንርእስነት ሰብኣያ ተገዛኢት ብምዃን ሰናይ ኣብነት ሓደገት። | አብርሃም በቤተሰቡ ላይ የራስነት ሥልጣኑን በአግባቡ ይጠቀምበት የነበረ ሲሆን ሣራም ለባሏ በመገዛት ረገድ ግሩም ምሳሌ ነች። |
3,426 | am_tg | አብርሃም፣ ልጁ ይስሐቅ ይሖዋን የምታመልክ ሴት እንዲያገባ አድርጓል። | ስለዚ፡ ኣብርሃም ንወዱ ይስሃቅ፡ ንየሆዋ እተምልኽ ሰበይቲ ኣመርዓዎ። |
3,427 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብርሃም ንወዱ ይስሃቅ፡ ንየሆዋ እተምልኽ ሰበይቲ ኣመርዓዎ። | አብርሃም፣ ልጁ ይስሐቅ ይሖዋን የምታመልክ ሴት እንዲያገባ አድርጓል። |
3,428 | am_tg | ይስሐቅም ለልጁ ለያዕቆብ እንዲህ ያደረገ ሲሆን ከጊዜ በኋላ 12ቱ የእስራኤል ነገዶች የተገኙት ከያዕቆብ ወንዶች ልጆች ነው። | እቲ ንኣቦታት 12 ነገዳት እስራኤል ዝወለደ ያእቆብ ወዲ ይስሃቅ እውን ብተመሳሳሊ መገዲ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ይሕለቕ ነበረ። |
3,429 | tg_am | እቲ ንኣቦታት 12 ነገዳት እስራኤል ዝወለደ ያእቆብ ወዲ ይስሃቅ እውን ብተመሳሳሊ መገዲ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ይሕለቕ ነበረ። | ይስሐቅም ለልጁ ለያዕቆብ እንዲህ ያደረገ ሲሆን ከጊዜ በኋላ 12ቱ የእስራኤል ነገዶች የተገኙት ከያዕቆብ ወንዶች ልጆች ነው። |
3,430 | am_tg | እንላለን። | ’—። |
3,431 | tg_am | ’—። | እንላለን። |
3,432 | am_tg | እስራኤላውያን ከግብፅ ባርነት በተአምራዊ መንገድ ነፃ ከወጡ ብዙም ሳይቆይ አማሌቃውያን ጥቃት ሰነዘሩባቸው። | እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጺ ብተኣምራዊ መገዲ ሓራ ድሕሪ ምውጻኦም ነዊሕ ከይጸንሑ፡ ኣማሌቃውያን ኣጥቅዕዎም። |
3,433 | tg_am | እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጺ ብተኣምራዊ መገዲ ሓራ ድሕሪ ምውጻኦም ነዊሕ ከይጸንሑ፡ ኣማሌቃውያን ኣጥቅዕዎም። | እስራኤላውያን ከግብፅ ባርነት በተአምራዊ መንገድ ነፃ ከወጡ ብዙም ሳይቆይ አማሌቃውያን ጥቃት ሰነዘሩባቸው። |
3,434 | am_tg | ደፋር የሆነው ኢያሱ የሙሴን አመራር በመከተል እስራኤላውያንን እየመራ ለጦርነት ዘመተ። | እቲ ተባዕ ዝነበረ እያሱ፡ መምርሒ ሙሴ ብምስዓብ ንእስራኤላውያን ናብ ውግእ መርሖም። |
3,435 | tg_am | እቲ ተባዕ ዝነበረ እያሱ፡ መምርሒ ሙሴ ብምስዓብ ንእስራኤላውያን ናብ ውግእ መርሖም። | ደፋር የሆነው ኢያሱ የሙሴን አመራር በመከተል እስራኤላውያንን እየመራ ለጦርነት ዘመተ። |
3,436 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሙሴ፣ ከአሮንና ከሁር ጋር በመሆን በአቅራቢያው ወደሚገኝና ጦር ሜዳውን ለማየት ወደሚያስችል ኮረብታ ወጣ። | ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ሙሴ ነቲ ዓውዲ ውግእ ምእንቲ ኺርእይዎ፡ ንኣሮንን ንሑርን ኣብ ጥቓኦም ናብ ዝነበረ ዅርባ ሒዝዎም ከደ። |
3,437 | tg_am | ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ሙሴ ነቲ ዓውዲ ውግእ ምእንቲ ኺርእይዎ፡ ንኣሮንን ንሑርን ኣብ ጥቓኦም ናብ ዝነበረ ዅርባ ሒዝዎም ከደ። | በዚህ ጊዜ ሙሴ፣ ከአሮንና ከሁር ጋር በመሆን በአቅራቢያው ወደሚገኝና ጦር ሜዳውን ለማየት ወደሚያስችል ኮረብታ ወጣ። |
3,438 | am_tg | ሙሴ ይህን ያደረገው እስራኤላውያን ድል እንዲቀዳጁ የሚያስችላቸውን ስልት ለመጠቀም ስላሰበ ነው። | ሙሴ ነቲ እተዋህቦ ስልቲ ተግበሮ፣ እዚ ኸኣ ናብ ዓወት መርሖም። |
3,439 | tg_am | ሙሴ ነቲ እተዋህቦ ስልቲ ተግበሮ፣ እዚ ኸኣ ናብ ዓወት መርሖም። | ሙሴ ይህን ያደረገው እስራኤላውያን ድል እንዲቀዳጁ የሚያስችላቸውን ስልት ለመጠቀም ስላሰበ ነው። |
3,440 | am_tg | በመሆኑም ሙሴ የእውነተኛውን አምላክ በትር በእጆቹ ወደ ላይ ከፍ አድርጎ ያዘ። | ንሱ ንኣእዳዉን ንበትሪ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ናብ ሰማይ ኣልዓለ። |
3,441 | tg_am | ንሱ ንኣእዳዉን ንበትሪ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ናብ ሰማይ ኣልዓለ። | በመሆኑም ሙሴ የእውነተኛውን አምላክ በትር በእጆቹ ወደ ላይ ከፍ አድርጎ ያዘ። |
3,442 | am_tg | እሱ እጆቹን እስካላወረደ ድረስ እስራኤላውያን በአማሌቃውያን ላይ እንዲያይሉና ድል እንዲያደርጓቸው ይሖዋ ይረዳቸው ነበር። | ሙሴ ኸምኡ ኺገብር ከሎ፡ የሆዋ ንኣእዳው እስራኤላውያን ኣኽእሎ ብምሃብ ንኣማሌቃውያን ከም ዚስዕርዎም ይገብር ነበረ። |
3,443 | tg_am | ሙሴ ኸምኡ ኺገብር ከሎ፡ የሆዋ ንኣእዳው እስራኤላውያን ኣኽእሎ ብምሃብ ንኣማሌቃውያን ከም ዚስዕርዎም ይገብር ነበረ። | እሱ እጆቹን እስካላወረደ ድረስ እስራኤላውያን በአማሌቃውያን ላይ እንዲያይሉና ድል እንዲያደርጓቸው ይሖዋ ይረዳቸው ነበር። |
3,444 | am_tg | ይሁንና ሙሴ እጆቹ ሲዝሉ ወደ ታች ያወርዳቸው ነበር፤ በዚህ ጊዜ አማሌቃውያን ያይሉባቸዋል። | ኣእዳው ሙሴ ኺርብርባን ኪሕለላን ከለዋ ግና፡ ኣማሌቃውያን ይስዕሩ ነበሩ። |
3,445 | tg_am | ኣእዳው ሙሴ ኺርብርባን ኪሕለላን ከለዋ ግና፡ ኣማሌቃውያን ይስዕሩ ነበሩ። | ይሁንና ሙሴ እጆቹ ሲዝሉ ወደ ታች ያወርዳቸው ነበር፤ በዚህ ጊዜ አማሌቃውያን ያይሉባቸዋል። |
3,446 | am_tg | አሮንና ሁር ይህን ሲመለከቱ ቆራጥ እርምጃ በመውሰድ ድንጋይ ወስደው ከሙሴ ሥር አስቀመጡለት፤ እሱም በድንጋዩ ላይ ተቀመጠ። | ኣሮንን ሑርን ቈራጽ ስጕምቲ ብምውሳድ፡ እምኒ ወሲዶም ኣብ ትሕቲ ሙሴ ኣንበሩ እሞ፡ ኣብኡ ተቐመጠ። |
3,447 | tg_am | ኣሮንን ሑርን ቈራጽ ስጕምቲ ብምውሳድ፡ እምኒ ወሲዶም ኣብ ትሕቲ ሙሴ ኣንበሩ እሞ፡ ኣብኡ ተቐመጠ። | አሮንና ሁር ይህን ሲመለከቱ ቆራጥ እርምጃ በመውሰድ ድንጋይ ወስደው ከሙሴ ሥር አስቀመጡለት፤ እሱም በድንጋዩ ላይ ተቀመጠ። |
3,448 | am_tg | ከዚያም አሮንና ሁር አንዱ በአንደኛው በኩል፣ ሌላው ደግሞ በሌላኛው በኩል ሆነው እጆቹን ደገፉለት፤ በመሆኑም ፀሐይ እስከምትጠልቅበት ጊዜ ድረስ እጆቹ ባሉበት ጸኑ። | ሽዑ፡ ኣሮንን ሑርን፡ ሓደ በዚ፡ ሓደ በቲ ዀይኖም፡ ንኣእዳዉ ደገፍወን፣ ጸሓይ ክሳዕ እትዓርብ ከኣ ኣእዳዉ ጸንዓ። |
3,449 | tg_am | ሽዑ፡ ኣሮንን ሑርን፡ ሓደ በዚ፡ ሓደ በቲ ዀይኖም፡ ንኣእዳዉ ደገፍወን፣ ጸሓይ ክሳዕ እትዓርብ ከኣ ኣእዳዉ ጸንዓ። | ከዚያም አሮንና ሁር አንዱ በአንደኛው በኩል፣ ሌላው ደግሞ በሌላኛው በኩል ሆነው እጆቹን ደገፉለት፤ በመሆኑም ፀሐይ እስከምትጠልቅበት ጊዜ ድረስ እጆቹ ባሉበት ጸኑ። |
3,450 | am_tg | እስራኤላውያን፣ አምላክ በኃያል እጁ ስለደገፋቸው በውጊያው ድል አደረጉ። | እወ፡ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ንእስራኤላውያን ኣብቲ ውግእ ኪስዕሩ ሓጊዛቶም እያ። |
3,451 | tg_am | እወ፡ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ንእስራኤላውያን ኣብቲ ውግእ ኪስዕሩ ሓጊዛቶም እያ። | እስራኤላውያን፣ አምላክ በኃያል እጁ ስለደገፋቸው በውጊያው ድል አደረጉ። |
3,452 | am_tg | ይህን ልመና ስናቀርብ የዕለት ምግቤን ብቻ ሳይሆን የዕለት ምግባችንን ማለት እንዳለብን ልብ በል። | እዚ ልመና እዚ፡ ናይ ዕለት እንጌራይ ኢልካ ዘይኰነስ፡ ናይ ዕለት እንጌራና ኢልካ ዚቐርብ ልመና ምዃኑ ኣስተብህል። |
3,453 | tg_am | እዚ ልመና እዚ፡ ናይ ዕለት እንጌራይ ኢልካ ዘይኰነስ፡ ናይ ዕለት እንጌራና ኢልካ ዚቐርብ ልመና ምዃኑ ኣስተብህል። | ይህን ልመና ስናቀርብ የዕለት ምግቤን ብቻ ሳይሆን የዕለት ምግባችንን ማለት እንዳለብን ልብ በል። |
3,454 | am_tg | በአፍሪካ የሚያገለግል ቪክቶር የተባለ የወረዳ የበላይ ተመልካች ስለዚህ ጉዳይ ሲገልጽ እንዲህ ብሏል፦ እኔና ባለቤቴ የምንበላውን ምግብ ከየት እንደምናገኝ ወይም የቤት ኪራይ ማን እንደሚከፍልልን መጨነቅ ስለማያስፈልገን ይሖዋን ብዙ ጊዜ ከልቤ አመሰግነዋለሁ። | ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚነብር ቪክቶር ዝስሙ ሓላው ወረዳ፡ ኣነን ሰበይተይን ብዛዕባ ዕለታዊ ምግብና ወይ ክራይ ገዛና ኣዚና ዘይጭነቕ ብምዃንና፡ ንየሆዋ ብተደጋጋሚ ኻብ ልበይ አመስግኖ እየ። |
3,455 | tg_am | ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚነብር ቪክቶር ዝስሙ ሓላው ወረዳ፡ ኣነን ሰበይተይን ብዛዕባ ዕለታዊ ምግብና ወይ ክራይ ገዛና ኣዚና ዘይጭነቕ ብምዃንና፡ ንየሆዋ ብተደጋጋሚ ኻብ ልበይ አመስግኖ እየ። | በአፍሪካ የሚያገለግል ቪክቶር የተባለ የወረዳ የበላይ ተመልካች ስለዚህ ጉዳይ ሲገልጽ እንዲህ ብሏል፦ እኔና ባለቤቴ የምንበላውን ምግብ ከየት እንደምናገኝ ወይም የቤት ኪራይ ማን እንደሚከፍልልን መጨነቅ ስለማያስፈልገን ይሖዋን ብዙ ጊዜ ከልቤ አመሰግነዋለሁ። |
3,456 | am_tg | ወንድሞቻችን የሚያስፈልገንን ነገር በየዕለቱ በደግነት ይሰጡናል። | ኣሕዋትና ብለውሃት ተደሪኾም በብመዓልቱ ይከናኸኑና እዮም። |
3,457 | tg_am | ኣሕዋትና ብለውሃት ተደሪኾም በብመዓልቱ ይከናኸኑና እዮም። | ወንድሞቻችን የሚያስፈልገንን ነገር በየዕለቱ በደግነት ይሰጡናል። |
3,458 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ እኛን የሚንከባከቡን ወንድሞች የሚያጋጥሟቸውን የኢኮኖሚ ችግሮች መቋቋም እንዲችሉ ይሖዋ እንዲረዳቸው እጸልያለሁ። | ኰይኑ ግና፡ እቶም ዚሕግዙና ኣሕዋት ነቲ ዜጋጥሞም ቍጠባዊ ጸቕጢ ምእንቲ ኪኽእልዎ እውን እጽሊ እየ በለ። |
3,459 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ እቶም ዚሕግዙና ኣሕዋት ነቲ ዜጋጥሞም ቍጠባዊ ጸቕጢ ምእንቲ ኪኽእልዎ እውን እጽሊ እየ በለ። | በሌላ በኩል ደግሞ እኛን የሚንከባከቡን ወንድሞች የሚያጋጥሟቸውን የኢኮኖሚ ችግሮች መቋቋም እንዲችሉ ይሖዋ እንዲረዳቸው እጸልያለሁ። |
3,460 | am_tg | እኛም ለብዙ ቀን የሚሆን ምግብ ይኖረን ይሆናል፤ ያም ቢሆን ድሃ የሆኑ ወይም አደጋ በደረሰበት አካባቢ የሚኖሩ ወንድሞቻችንን ማሰብ አለብን። | ንብዙሕ መዓልትታት ዚኸውን እኹል ምግቢ እንተ ኣልዩና፡ ብዛዕባ እቶም ኣብ ድኽነት ዚነብሩ ወይ ከኣ ብባህርያዊ ሓደጋ እተጐድኡ ኣሕዋትና ኽንሓስብ ንኽእል ኢና። |
3,461 | tg_am | ንብዙሕ መዓልትታት ዚኸውን እኹል ምግቢ እንተ ኣልዩና፡ ብዛዕባ እቶም ኣብ ድኽነት ዚነብሩ ወይ ከኣ ብባህርያዊ ሓደጋ እተጐድኡ ኣሕዋትና ኽንሓስብ ንኽእል ኢና። | እኛም ለብዙ ቀን የሚሆን ምግብ ይኖረን ይሆናል፤ ያም ቢሆን ድሃ የሆኑ ወይም አደጋ በደረሰበት አካባቢ የሚኖሩ ወንድሞቻችንን ማሰብ አለብን። |
3,462 | am_tg | ስለ እነሱ ከመጸለይም አልፈን ከጸሎታችን ጋር የሚስማማ እርምጃ መውሰድ ይኖርብናል። | ነቶም ኣሕዋትና ኽንጽልየሎም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስ ጸሎትና ብዚሰማማዕ መገዲ እውን ስጕምቲ ኽንወስድ ኣሎና። |
3,463 | tg_am | ነቶም ኣሕዋትና ኽንጽልየሎም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስ ጸሎትና ብዚሰማማዕ መገዲ እውን ስጕምቲ ኽንወስድ ኣሎና። | ስለ እነሱ ከመጸለይም አልፈን ከጸሎታችን ጋር የሚስማማ እርምጃ መውሰድ ይኖርብናል። |
3,464 | am_tg | ለምሳሌ፣ ያለንን ነገር እርዳታ ለሚያስፈልጋቸው የእምነት ባልንጀሮቻችን ማካፈል እንችላለን። | ንኣብነት፡ ነቶም እተሸገሩ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትና ኻብቲ ዘሎና ኽንመቕሎም ንኽእል ኢና። |
3,465 | tg_am | ንኣብነት፡ ነቶም እተሸገሩ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጾትና ኻብቲ ዘሎና ኽንመቕሎም ንኽእል ኢና። | ለምሳሌ፣ ያለንን ነገር እርዳታ ለሚያስፈልጋቸው የእምነት ባልንጀሮቻችን ማካፈል እንችላለን። |
3,466 | am_tg | በተጨማሪም ለዓለም አቀፉ ሥራ የምናደርገው መዋጮ እንደማይባክን እርግጠኛ በመሆን አዘውትረን የገንዘብ መዋጮ የማድረግ አጋጣሚ አለን። | ነቲ ዓለምለኻዊ ዕዮ እንገብሮ ውጽኢት ኣብ ጽቡቕ መዓላ ኸም ዚውዕል ስለ እንፈልጥ እውን፡ ኣዘውቲርና ውጽኢት ንገብር ኢና። |
3,467 | tg_am | ነቲ ዓለምለኻዊ ዕዮ እንገብሮ ውጽኢት ኣብ ጽቡቕ መዓላ ኸም ዚውዕል ስለ እንፈልጥ እውን፡ ኣዘውቲርና ውጽኢት ንገብር ኢና። | በተጨማሪም ለዓለም አቀፉ ሥራ የምናደርገው መዋጮ እንደማይባክን እርግጠኛ በመሆን አዘውትረን የገንዘብ መዋጮ የማድረግ አጋጣሚ አለን። |
3,468 | am_tg | እኛም እንደ ጳውሎስ በስብከቱ ሥራ ከተጠመድን ይሖዋ የሚያስፈልጉንን ሌሎች ነገሮች በሙሉ እንደሚሰጠን መተማመን እንችላለን። | ንሕና እውን ከም ጳውሎስ፡ ኣብ ዕዮ ስብከት ትሑዛት ክንከውን ከለና፡ የሆዋ ኻልእ ዜድልየና ነገራት ከም ዚውስኸልና ንተኣማመን ኢና። |
3,469 | tg_am | ንሕና እውን ከም ጳውሎስ፡ ኣብ ዕዮ ስብከት ትሑዛት ክንከውን ከለና፡ የሆዋ ኻልእ ዜድልየና ነገራት ከም ዚውስኸልና ንተኣማመን ኢና። | እኛም እንደ ጳውሎስ በስብከቱ ሥራ ከተጠመድን ይሖዋ የሚያስፈልጉንን ሌሎች ነገሮች በሙሉ እንደሚሰጠን መተማመን እንችላለን። |
3,470 | am_tg | የመንግሥቱ ሰባኪዎች እንደመሆናችን መጠን ምሥራቹን በአደራ ተቀብለናል፤ እንዲሁም ይሖዋ ከእሱ ጋር አብረን የምንሠራ እንደሆንን አድርጎ ይመለከተናል። | ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ስለ ዝዀንና፡ እቲ ብስራት ሕድሪ ተዋሂቡናን የሆዋ ኸም መዓይይቱ ገይሩ ይርእየናን እዩ። |
3,471 | tg_am | ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ስለ ዝዀንና፡ እቲ ብስራት ሕድሪ ተዋሂቡናን የሆዋ ኸም መዓይይቱ ገይሩ ይርእየናን እዩ። | የመንግሥቱ ሰባኪዎች እንደመሆናችን መጠን ምሥራቹን በአደራ ተቀብለናል፤ እንዲሁም ይሖዋ ከእሱ ጋር አብረን የምንሠራ እንደሆንን አድርጎ ይመለከተናል። |
3,472 | am_tg | በአምላክ ሥራ በተቻለን መጠን ንቁ ተሳትፎ ማድረጋችን ችግሮቻችን እስኪቃለሉ ድረስ መጠበቅ ቀላል እንዲሆንልን ያደርጋል። | ስለዚ፡ ኣብ ዕዮ ኣምላኽ ብእተኻእለና መጠን ንጡፋት እንተ ዄንና፡ ካብ ስቓይና ዕረፍቲ እንረኽበሉ ግዜ ኣይኪነውሓናን እዩ። |
3,473 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብ ዕዮ ኣምላኽ ብእተኻእለና መጠን ንጡፋት እንተ ዄንና፡ ካብ ስቓይና ዕረፍቲ እንረኽበሉ ግዜ ኣይኪነውሓናን እዩ። | በአምላክ ሥራ በተቻለን መጠን ንቁ ተሳትፎ ማድረጋችን ችግሮቻችን እስኪቃለሉ ድረስ መጠበቅ ቀላል እንዲሆንልን ያደርጋል። |
3,474 | am_tg | እንግዲያው የቀረውን ጊዜ ከአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና ለማጠናከር እንጠቀምበት። | ሃየ እምበኣር፡ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ሎሚ ነደልድሎ። |
3,475 | tg_am | ሃየ እምበኣር፡ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ሎሚ ነደልድሎ። | እንግዲያው የቀረውን ጊዜ ከአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና ለማጠናከር እንጠቀምበት። |
3,476 | am_tg | የሚያስጨንቀን ሁኔታ ሲያጋጥመን ይህን ወደ ይሖዋ ይበልጥ ለመቅረብ እንደሚያስችል አጋጣሚ አድርገን እንመልከተው። | ዜጨንቕ ኵነታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ነቲ ዅነታት ተጠቒምና ንየሆዋ ብዝያዳ ንቕረቦ። |
3,477 | tg_am | ዜጨንቕ ኵነታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ነቲ ዅነታት ተጠቒምና ንየሆዋ ብዝያዳ ንቕረቦ። | የሚያስጨንቀን ሁኔታ ሲያጋጥመን ይህን ወደ ይሖዋ ይበልጥ ለመቅረብ እንደሚያስችል አጋጣሚ አድርገን እንመልከተው። |
3,478 | am_tg | በእርግጥም፣ የአምላክን ቃል በጥልቀት የምናጠና፣ አዘውትረን የምንጸልይ እንዲሁም በመንፈሳዊ እንቅስቃሴዎች የምንጠመድ ከሆነ ይሖዋ አሁን ያሉብንንም ሆነ ወደፊት ሊያጋጥሙን የሚችሉትን ተፈታታኝ ሁኔታዎች እንድንወጣ ሊረዳን እንደሚችልና ይህንንም እንደሚያደርግ መተማመን እንችላለን። | እወ፡ ንቓል ኣምላኽ ብዕምቈት ብምጽናዕን ኣዘውቲርና ብምጽላይን ምሉእ ኣቓልቦና ኣብ መንፈሳዊ ንጥፈታት ብምግባርን፡ የሆዋ ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ዅነታት ኰነ ነቲ ኣብ መጻኢ ኼጋጥመና ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገራት ንኽንዋጽኣሉ ኸም ዚሕግዘና ንተኣማመን። |
3,479 | tg_am | እወ፡ ንቓል ኣምላኽ ብዕምቈት ብምጽናዕን ኣዘውቲርና ብምጽላይን ምሉእ ኣቓልቦና ኣብ መንፈሳዊ ንጥፈታት ብምግባርን፡ የሆዋ ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ዅነታት ኰነ ነቲ ኣብ መጻኢ ኼጋጥመና ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገራት ንኽንዋጽኣሉ ኸም ዚሕግዘና ንተኣማመን። | በእርግጥም፣ የአምላክን ቃል በጥልቀት የምናጠና፣ አዘውትረን የምንጸልይ እንዲሁም በመንፈሳዊ እንቅስቃሴዎች የምንጠመድ ከሆነ ይሖዋ አሁን ያሉብንንም ሆነ ወደፊት ሊያጋጥሙን የሚችሉትን ተፈታታኝ ሁኔታዎች እንድንወጣ ሊረዳን እንደሚችልና ይህንንም እንደሚያደርግ መተማመን እንችላለን። |
3,480 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ፣ አምላክ ለመላው የሰው ዘር የላከውን መልእክት የያዘ መሆኑን እንደምታምን ጥርጥር የለውም። | መጽሓፍ ቅዱስ ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ዚኸውን መልእኽቲ ኣምላኽ ዝሓዘ ምዃኑ ትፈልጥ ኢኻ። |
3,481 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ዚኸውን መልእኽቲ ኣምላኽ ዝሓዘ ምዃኑ ትፈልጥ ኢኻ። | መጽሐፍ ቅዱስ፣ አምላክ ለመላው የሰው ዘር የላከውን መልእክት የያዘ መሆኑን እንደምታምን ጥርጥር የለውም። |
3,482 | am_tg | ይሁን እንጂ መጽሐፍ ቅዱስ፣ አንተ በግልህ ወደ ይሖዋ እንዴት መቅረብ እንደምትችል የሚገልጽ ሐሳብስ ይዟል? | ኰይኑ ግና፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብኸመይ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ንየሆዋ ኽንቀርቦ ኸም እንኽእል ይገልጽ ድዩ፧ |
3,483 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብኸመይ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ንየሆዋ ኽንቀርቦ ኸም እንኽእል ይገልጽ ድዩ፧ | ይሁን እንጂ መጽሐፍ ቅዱስ፣ አንተ በግልህ ወደ ይሖዋ እንዴት መቅረብ እንደምትችል የሚገልጽ ሐሳብስ ይዟል? |
3,484 | am_tg | በሚገባ። | እወ፡ ይገልጽ እዩ። |
3,485 | tg_am | እወ፡ ይገልጽ እዩ። | በሚገባ። |
3,486 | am_tg | እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው? | ብኸመይ፧ |
3,487 | tg_am | ብኸመይ፧ | እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው? |
3,488 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስን አዘውትረህ ስታነብና ስታጠና፣ ለመልእክቱ ምን ምላሽ እንደምትሰጥና እንዴት ተግባራዊ እንደምታደርገው ቆም ብለህ አስብ፤ ይህን ማድረግህ ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት እንዲያነጋግርህ እንደፈቀድክ ያሳያል። | ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣዘውቲርካ ኸተንብቦን ከተጽንዖን ከለኻ፡ ነቲ ዚብሎ ኣስተብህለሉ፣ ብኸመይ ኣብ ኵነታትካ ኽትትግብሮ ኸም እትኽእል ድማ ሕሰብ፣ ከምኡ እንተ ጌርካ፡ የሆዋ ብቓሉ ገይሩ ንኺዛረበካ ትፈቕደሉ ኣለኻ ማለት እዩ። |
3,489 | tg_am | ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣዘውቲርካ ኸተንብቦን ከተጽንዖን ከለኻ፡ ነቲ ዚብሎ ኣስተብህለሉ፣ ብኸመይ ኣብ ኵነታትካ ኽትትግብሮ ኸም እትኽእል ድማ ሕሰብ፣ ከምኡ እንተ ጌርካ፡ የሆዋ ብቓሉ ገይሩ ንኺዛረበካ ትፈቕደሉ ኣለኻ ማለት እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስን አዘውትረህ ስታነብና ስታጠና፣ ለመልእክቱ ምን ምላሽ እንደምትሰጥና እንዴት ተግባራዊ እንደምታደርገው ቆም ብለህ አስብ፤ ይህን ማድረግህ ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት እንዲያነጋግርህ እንደፈቀድክ ያሳያል። |
3,490 | am_tg | ይህ ደግሞ ከእሱ ጋር የጠበቀ ግንኙነት እንዲኖርህ ያደርጋል። | እዚ ኸኣ ምስኡ ብዝያዳ ንኽትቀራረብ ኪሕግዘካ እዩ። |
3,491 | tg_am | እዚ ኸኣ ምስኡ ብዝያዳ ንኽትቀራረብ ኪሕግዘካ እዩ። | ይህ ደግሞ ከእሱ ጋር የጠበቀ ግንኙነት እንዲኖርህ ያደርጋል። |
3,492 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ ኢየሱስ በምድር ላይ ለራሳችሁ ሀብት አታከማቹ በማለት የሰጠውን ምክር ካነበብክ በኋላ አሰላስልበት። | ንኣብነት፡ ነቲ፡ ኣብ ምድሪ መዛግብቲ ኣይትኣክቡ ዚብል ቃላት የሱስ ኣንብቦ እሞ ኣስተንትነሉ። |
3,493 | tg_am | ንኣብነት፡ ነቲ፡ ኣብ ምድሪ መዛግብቲ ኣይትኣክቡ ዚብል ቃላት የሱስ ኣንብቦ እሞ ኣስተንትነሉ። | ለምሳሌ ያህል፣ ኢየሱስ በምድር ላይ ለራሳችሁ ሀብት አታከማቹ በማለት የሰጠውን ምክር ካነበብክ በኋላ አሰላስልበት። |
3,494 | am_tg | አሁንም ቢሆን ሕይወትህ ከአምላክ መንግሥት ጋር በተያያዙ ጉዳዮች ላይ ያተኮረ ከሆነ ይሖዋ እንደሚደሰትብህ ይሰማሃል። | ህይወትካ ድሮ ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ዘተኰረ እንተ ዀይኑ፡ ንቓላት የሱስ ከተንብብ ከለኻ፡ የሆዋ ይንእደካ ኸም ዘሎ ዀይኑ ኺስምዓካ እዩ። |
3,495 | tg_am | ህይወትካ ድሮ ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ዘተኰረ እንተ ዀይኑ፡ ንቓላት የሱስ ከተንብብ ከለኻ፡ የሆዋ ይንእደካ ኸም ዘሎ ዀይኑ ኺስምዓካ እዩ። | አሁንም ቢሆን ሕይወትህ ከአምላክ መንግሥት ጋር በተያያዙ ጉዳዮች ላይ ያተኮረ ከሆነ ይሖዋ እንደሚደሰትብህ ይሰማሃል። |
3,496 | am_tg | በሌላ በኩል ግን ሕይወትህን ቀላል ማድረግና ከመንግሥቱ ጋር በተያያዙ ጉዳዮች ላይ ይበልጥ ማተኮር እንደሚያስፈልግህ ከተሰማህ፣ ይሖዋ ወደ እሱ መቅረብ እንድትችል በግለሰብ ደረጃ ልትሠራበት የሚገባውን ነገር እንደጠቆመህ አድርገህ ልትወስደው ይገባል። | ኰይኑ ግና፡ ንህይወትካ ብዝያዳ ዝቐለለ ኽትገብሮን ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ብዝያዳ ኸተተኵርን ከም እትኽእል እንተ ተገንዚብካ፡ የሆዋ ናብኡ ምእንቲ ኽትቀርብ፡ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ክትዓይየሉ ዚግባእ ነጥቢ እዩ ዚሕብረካ ዘሎ። |
3,497 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ንህይወትካ ብዝያዳ ዝቐለለ ኽትገብሮን ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ብዝያዳ ኸተተኵርን ከም እትኽእል እንተ ተገንዚብካ፡ የሆዋ ናብኡ ምእንቲ ኽትቀርብ፡ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ክትዓይየሉ ዚግባእ ነጥቢ እዩ ዚሕብረካ ዘሎ። | በሌላ በኩል ግን ሕይወትህን ቀላል ማድረግና ከመንግሥቱ ጋር በተያያዙ ጉዳዮች ላይ ይበልጥ ማተኮር እንደሚያስፈልግህ ከተሰማህ፣ ይሖዋ ወደ እሱ መቅረብ እንድትችል በግለሰብ ደረጃ ልትሠራበት የሚገባውን ነገር እንደጠቆመህ አድርገህ ልትወስደው ይገባል። |
3,498 | am_tg | እንዴት? | ብኸመይ፧ |
3,499 | tg_am | ብኸመይ፧ | እንዴት? |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.