Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,500
am_tg
ከይሖዋ ጋር ያለንን ዝምድና ከፍ አድርገን የምንመለከት ከሆነ የምናስባቸውን ነገሮች ጨምሮ በመላ ሕይወታችን አምላክን ለማስደሰት ጥረት እናደርጋለን።
ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ኣኽቢርና ንርእዮ እንተ ዄንና፡ ብዅሉ መዳያት ህይወትና፡ እንተላይ ብሓሳባትና ኸነሐጕሶ ኽንጽዕር ኢና።
3,501
tg_am

3,502
am_tg
አእምሯችን ንጹሕና በጎ በሆኑ እንዲሁም ምስጋና በሚገባቸው ነገሮች ላይ እንዲያተኩር በማድረግ ንጹሕ ልብ እንዲኖረን እንደምንፈልግ እናሳያለን።
ንጹህ ዘበለን ሕያውነት ዘበለን ዚንኣድ ዘበለን ንሓስብ እንተ ዄንና፡ ንጹህ ልቢ ኺህልወና ኢና እንምነ።
3,503

3,504
am_tg
ይሖዋ ፍጽምና የሚጎድለን መሆኑን ከግምት እንደሚያስገባ ጥያቄ የለውም።
የሆዋ፡ ዘይፍጹማት ምዃንና ኣብ ግምት የእቱ እዩ።
3,505

3,506
am_tg
ተገቢ ያልሆኑ ምኞቶች በቀላሉ ሊያድሩብን እንደሚችሉ ያውቃል።
ሕማቕ ትምኒት ክንምነ ኸም እንኽእል እውን ይፈልጥ እዩ።
3,507
tg_am
ሕማቕ ትምኒት ክንምነ ኸም እንኽእል እውን ይፈልጥ እዩ።
ተገቢ ያልሆኑ ምኞቶች በቀላሉ ሊያድሩብን እንደሚችሉ ያውቃል።
3,508
am_tg
ያም ቢሆን መጥፎ ሐሳቦችን ለማስወገድ የምንችለውን ያህል ጥረት ከማድረግ ይልቅ የምናሰላስልባቸው ከሆነ ይሖዋ እንደሚያዝን እንገነዘባለን።
ይኹን እምበር፡ ሕማቕ ሓሳባት ምስ መጽኣና ኣብ ክንዲ እንነጽጎ፡ ሱር ኪሰድድ ንሓድጎ እንተ ዄንና፡ የሆዋ ኸም ዚጕሂ ንፈልጥ ኢና።
3,509

3,510
am_tg
በዚህ እውነታ ላይ ማተኮራችን ሐሳባችን ምንጊዜም ንጹሕ እንዲሆን ይበልጥ ጥረት ለማድረግ ያነሳሳናል።
ነዚ ኣርዚንና ምስ እንሓስበሉ፡ ንሓሳባትና ወትሩ ንጹህ ክንገብሮ ኽንቈርጽ ኢና።
3,511

3,512
am_tg
በይሖዋ ሙሉ በሙሉ እንደምንታመን ከምናሳይባቸው መንገዶች አንዱ ርኩስ ሐሳቦችን ለማስወገድ በምናደርገው ትግል እሱ እንዲረዳን መጸለይ ነው።
ኣብ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ከም እንውከል እነረእየሉ ኣገዳሲ መገዲ፡ ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኸይንሓስብ ኣብ እንገብሮ ቓልሲ ምእንቲ ኽንዕወት ናብኡ ብጸሎት ምቕራብ እዩ።
3,513

3,514
am_tg
በጸሎት አማካኝነት ወደ ይሖዋ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል።
ንየሆዋ ብጸሎት ምስ እንቐርቦ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ።
3,515

3,516
am_tg
ቅዱስ መንፈሱን በልግስና ስለሚሰጠን የብልግና ሐሳቦችን ለማስወገድና ንጹሕ ሆነን ለመኖር ያደረግነውን ቁርጥ ውሳኔ ያጠናክርልናል።
መንፈስ ቅዱሱ ብልግሲ ይህበና፡ ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኸይንሓስብን ንጹሃት ኴንና ንኽንነብርን ንዝገበርናዮ ቘራጽነት ከኣ የደልድለልና እዩ።
3,517

3,518
am_tg
አምላክ ታማኝ ለሆኑት ቅቡዓን በሰማይ የማይሞት ሕይወት፣ ታማኝ ለሆኑት የኢየሱስ ሌሎች በጎች ደግሞ በምድር ላይ የዘላለም ሕይወት እንደሚሰጣቸው ቃል መግባቱ እንደሚያስደስተን ምንም ጥርጥር የለውም።
ኣምላኽ ንእሙናት ቅቡኣት ኣብ ሰማይ ዘይመውት ህይወት ኪህቦም፡ ነቶም እሙናት ዝዀኑ ኻልኦት ኣባጊዕ የሱስ ከኣ ኣብ ምድሪ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህቦም ምትስፋዉ ንዅልና ኸም ዜሐጕሰና ፍሉጥ እዩ።
3,519

3,520
am_tg
በሰማይ የማይሞት ሕይወት የሚሰጣቸውም ሆነ በምድር ላይ ዘላለማዊ ሕይወት የሚያገኙት ሰዎች በዛሬው ጊዜ ያሉት መከራዎች ወደፊት እንደማይደርሱባቸው የታወቀ ነው።
እቲ ኣብ ሰማይ ዚህሉ ዘይመውት ህይወት ኰነ እቲ ኣብ ምድሪ ዚህሉ ዘለኣለማዊ ህይወት በቲ ሎሚ ልሙድ ኰይኑ ዘሎ ስቓይ ከም ዘይትንከፍ ከኣ ፍሉጥ እዩ።
3,521

3,522
am_tg
ይሖዋ፣ እስራኤላውያን በግብፅ በባርነት እያሉ ሥቃያቸውን እንደተረዳላቸው ሁሉ እኛም የሚያጋጥመንን መከራ በሚገባ ያውቃል።
የሆዋ ልክዕ ከምቲ ንስቓይ እቶም ኣብ ግብጺ ባሮት ዝነበሩ እስራኤላውያን ዚፈልጦ ዝነበረ እሞ፡ ኣብ ኵሉ ጭንቆም ዝጨነቖ ሎሚ እውን ነቲ እነሕልፎ ስቓይ ይፈልጦ እዩ።
3,523

3,524
am_tg
በእርግጥም ከእስራኤላውያን ጋር በተያያዘ በጭንቃቸው ሁሉ እሱ ተጨነቀ ተብሎ ነበር።
እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ምስ ወጹ ዘመናት ጸኒሑ፡ ኣይሁድ ነታ ዝፈረሰት ቤተ መቕደስ እንደገና ኺሃንጽዋ ምስ ደለዩ፡ ጸላእቲ ስለ እተጻረርዎም ፈርሁ።
3,525

3,526
am_tg
ከዘመናት በኋላ ደግሞ አይሁዳውያን ቤተ መቅደሱን እንደገና ሲገነቡ ጠላቶቻቸው በሰነዘሩባቸው ተቃውሞ የተነሳ ፈርተው ነበር፤ ይሁንና አምላክ እናንተን የሚነካ ሁሉ የዓይኔን ብሌን ይነካል ብሏቸዋል።
ኣምላኽ ግና፡ ዚትንክየኩም ዘበለ፡ መርዓት ዓይነይ እዩ ዚትንኪ በሎም።
3,527

3,528
am_tg
አንዲት እናት ለሕፃን ልጇ ጥልቅ ፍቅር እንዳላት ሁሉ ይሖዋም ለሕዝቡ ያለው ፍቅር ለእነሱ ሲል እርምጃ እንዲወስድ ይገፋፋዋል።
ልክዕ ከምቲ ሓንቲ ኣደ ንውሉዳ እትርሕርሓሉ፡ የሆዋ ኣብ ክንዲ ህዝቡ ፍቕራዊ ተግባር ኪፍጽም ይድረኽ እዩ።
3,529

3,530
am_tg
በሌላ አባባል ይሖዋ ራሱን በሌሎች ቦታ አድርጎ መመልከት ይችላል፤ ይህንን ችሎታ ለእኛም ሰጥቶናል።
ብምሳልያዊ ኣዘራርባ፡ የሆዋ ንርእሱ ኣብ ቦታ ኻልኦት ኪገብር ይኽእል እዩ፣ እዚ ኽእለት እዚ ንዓና እውን ሂቡና እዩ።
3,531

3,532
am_tg
በስብሰባዎቻችን ላይ ታላቁ አስተማሪያችን ይሖዋ፣ በቃሉ በመጽሐፍ ቅዱስ አማካኝነት መመሪያ ይሰጠናል።
ኣብ ኣኼባና፡ እቲ ዓብዪ መምህርና ብቓሉ መጽሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ ይምህረና እዩ።
3,533

3,534
am_tg
በስብሰባዎቻችን ላይ የሚገኙ የማያምኑ ሰዎች እንኳ አምላክ በእርግጥ በመካከላችሁ ነው የሚል መደምደሚያ ላይ ሊደርሱ ይችላሉ።
ኣብ ኣኼባና እተኣከቡ ዘይኣመንቲ እኳ፡ ኣምላኽ ብሓቂ ኣብ መንጎኹም እዩ ኢሎም ኪድምድሙ ይኽእሉ እዮም።
3,535

3,536
am_tg
ይሖዋ ስብሰባዎችን በቅዱስ መንፈሱ የሚመራ ሲሆን መንፈሳዊ ትምህርት የሚሰጠን እሱ ነው።
የሆዋ ንኣኼባታትና ብመንፈስ ቅዱሱ ገይሩ ይባርኾ፡ ነቲ ቕዱስ ጽሑፋዊ ትምህርቲ ድማ ብንጥፈት ይመርሖ እዩ።
3,537

3,538
am_tg
በመሆኑም በስብሰባዎቻችን ላይ የይሖዋን ድምፅ የምንሰማ ከመሆኑም ሌላ ፍቅራዊ እንክብካቤ እንደሚያደርግልን እናስተውላለን።
እምበኣር፡ ኣብ ኣኼባታትና ድምጺ የሆዋ ንሰምዕ፡ ፍቕራዊ ሓልዮቱ ኸኣ ንርኢ ኢና።
3,539

3,540
am_tg
ይህም ወደ እሱ እንድንቀርብ ያደርገናል።
በዚ ኸምዚ፡ ንዕኡ ንቐርቦ ኢና።
3,541
tg_am
በዚ ኸምዚ፡ ንዕኡ ንቐርቦ ኢና።
ይህም ወደ እሱ እንድንቀርብ ያደርገናል።
3,542
am_tg
ኢየሱስ ሁለት ወይም ሦስት ሆነው በስሜ በሚሰበሰቡበት በዚያ በመካከላቸው እገኛለሁ ብሏል።
ሓደ ግዜ የሱስ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ዀይኖም ብስመይ ኣብ እተኣከቡሉ፡ ኣነ ኣብ ማእከሎም እየ በለ።
3,543

3,544
am_tg
ክርስቶስ የጉባኤው ራስ እንደመሆኑ መጠን የአምላክን ሕዝቦች ባቀፉት ጉባኤዎች መካከል ይመላለሳል።
ክርስቶስ ርእሲ ጉባኤ ስለ ዝዀነ፡ ኣብ መንጎ ጉባኤታት ህዝቢ ኣምላኽ ይመላለስ እዩ።
3,545

3,546
am_tg
እስቲ አስበው! ይሖዋና ኢየሱስ በክርስቲያናዊ ስብሰባዎች አማካኝነት ያበረታቱናል።
ሕስብ እሞ ኣብሎ! የሆዋን የሱስን ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታትና ብንጥፈት የበርትዑና እዮም።
3,547

3,548
am_tg
ነቅቶ የመጠበቅን አስፈላጊነት፣ በጥንት ዘመን ከተሞችን ይጠብቁ ከነበሩ ጠባቂዎች መማር እንችላለን።
ብዛዕባ ኣገዳስነት ንቕሓት፡ ብግዜ ጥንቲ ይኸውን ካብ ዝነበረ ነገር ሓደ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና።
3,549

3,550
am_tg
በዚያን ዘመን፣ እንደ ኢየሩሳሌም ያሉ በርካታ ትላልቅ ከተሞች ዙሪያቸው በረጅም ቅጥር ይታጠር ነበር።
ብግዜ ጥንቲ፡ ከም የሩሳሌም ዝኣመሰላ ሓያሎ ዓበይቲ ኸተማታት ብመካበብያ እተኸብባ እየን ነይረን።
3,551

3,552
am_tg
እንዲህ ያለው ቅጥር ወራሪዎች ከተማዋን እንዳይደፍሯት የሚከላከል ከመሆኑም ሌላ ጠባቂዎቹ ከፍታ ላይ ሆነው አካባቢውን እንዲቃኙ ያስችላቸዋል።
እቲ መካበብያ ድማ ካብ ወረርቲ ዕቝባ ይዀነን ነይሩ እዩ፣ በሪኽ ብምዃኑ እውን ንኸባቢአን ኪቋመታ ይኽእላ ነይረን እየን።
3,553

3,554
am_tg
በከተማዎቹ ቅጥሮችና በሮች ላይ ሆነው ቀንና ሌሊት የሚጠብቁ ዘቦች ይመደቡ ነበር።
መዓልትን ለይትን ኣብ መካበብያን ኣብ ኣፍ ደገታትን ኰይኖም ዚሕልዉ ሓለውቲ እውን ነይሮም እዮም።
3,555

3,556
am_tg
እነዚህ ጠባቂዎች ከተማዋ ላይ ጥቃት ሊሰነዘር እንደሆነ የሚጠቁም ነገር ከርቀት ከተመለከቱ የከተማዋን ነዋሪዎች ያስጠነቅቃሉ።
ንነበርቲ እታ ኸተማ ኸኣ ብዛዕባ ዚመጽእ ዝዀነ ይኹን ሓደጋ እዮም ዜንቅሕዎም ነይሮም።
3,557

3,558
am_tg
ጠባቂዎቹ ንቁ ሆነው አካባቢውን በትኩረት መከታተላቸው የሕይወትና የሞት ጉዳይ ነበር።
እቶም ሓለውቲ ምንቃሖምን ትኵራት ምዃኖምን ናይ ህይወትን ሞትን ጕዳይ እዩ ነይሩ።
3,559

3,560
am_tg
አይሁዳዊው ታሪክ ጸሐፊ ጆሴፈስ፣ የሮም ሠራዊት ከኢየሩሳሌም ቅጥር ጋር ተያይዞ የተሠራውን የአንቶኒያን ግንብ በ70 ዓ.ም. በቁጥጥር ሥር ሊያውል የቻለው በር ላይ ያሉት ጠባቂዎች ተኝተው ስለነበር እንደሆነ ገልጿል! ሮማውያን በአንቶኒያ ግንብ አልፈው በመግባት ቤተ መቅደሱን በእሳት አጋዩት፤ እንዲሁም ከተማዋን አጠፏት።
ጆሰፈስ ዚብሃል ኣይሁዳዊ ጸሓፍ ታሪኽ፡ ብ70 ድ.ክ. ሓለውቲ ኣፍ ደገታት ግምቢ ኣንቶንያ ደቂሶም ብምንባሮም፡ ሓይልታት ሮሜ ነቲ ምስ መካበብያ የሩሳሌም ዝለገበ ግምቢ ኺቈጻጸርዎ ኸም ዝኸኣሉ ኣዘንትዩ እዩ።
3,561

3,562
am_tg
ይህም በአይሁድ ብሔር ላይ የደረሰው ታላቅ መከራ መደምደሚያ ሆነ።
እቶም ሮማውያን ካብኡ ናብታ ቤተ መቕደስ ጐይዮም ኣኣትዮም ብሓዊ ኣንደድዋ፣ እዚ ኸኣ መወዳእታ እቲ ኣብ ልዕሊ የሩሳሌምን ኣይሁድን ወሪዱ ዝነበረ ብርቱዕ ጸበባ ዀነ።
3,563

3,564
am_tg
ከፍጥረት መጀመሪያ አንስቶ የዓላማ አንድነት በግልጽ ሲታይ ቆይቷል።
ካብ መጀመርታ ፍጥረት ኣትሒዙ፡ ሓደ ዕላማ ንምውቃዕ ሓድነት ኣድላዪ እዩ ነይሩ።
3,565

3,566
am_tg
አባትና ልጅ አንድ ላይ በመሥራት ዛሬ የምናያቸውን ልዩ ልዩ ፍጥረታት አስገኝተዋል።
ኣቦን ወድን ተሓባቢሮም ከኣ፡ ነዚ ሎሚ እንርእዮ ዘለና በብዓይነቱ ህይወት ገይሮምዎ እዮም።
3,567

3,568
am_tg
የአምላክ ፍጥረታትም እርስ በርስ ባላቸው የትብብር መንፈስ ይታወቃሉ።
እዚ ምትሕብባር እዚ ኣብ ግብርታት ኣምላኽ ቀጺሉ እዩ።
3,569

3,570
am_tg
ኖኅና ቤተሰቡ መርከብ ሲሠሩ፣ በምድረ በዳ ይጓዝ የነበረው የአምላክ ሕዝብ የማደሪያውን ድንኳን ሲተክል፣ ሲያፈርስና ከቦታ ቦታ ሲያጓጉዝ አልፎ ተርፎም መዘምራን በይሖዋ ቤተ መቅደስ በሙዚቃ መሣሪያዎች ታጅበው በኅብረት እየዘመሩ እሱን ሲያወድሱ አገልጋዮቹ አንድነት እንዳላቸው ታይቷል።
ብዘመን ኖህ ዝነበረት መርከብ ክትስራሕ ከላ፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ በረኻ ነቲ ማሕደር ኪተኽልዎን ኪበታትንዎን ኬግዕዝዎን ከለዉ፡ ከምኡ ድማ ኣብታ ቤተ መቕደስ ንውዳሰ የሆዋ ተባሂሉ ብሓባር ሙዚቃን መዝሙርን ኪቐርብ ከሎ፡ ምትሕብባር ኣድልዩ እዩ።
3,571

3,572
am_tg
የእነዚህ ሁሉ ሥራዎች መሳካት በሰዎቹ መተባበር ላይ የተመካ ነበር።
ኣብ ኵሉ እዚ ጻዕርታት እዚ ኣሳልጦ ንምርካብ፡ ምትሕብባር ኣገዳስነት ኣለዎ።
3,573

3,574
am_tg
በኢየሱስ ክርስቶስ ራስነት ሥር የነበረው የጥንቱ የክርስቲያን ጉባኤም በኅብረት በመሥራት ይታወቅ ነበር።
እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኤ እውን ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሳ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ኰይና፡ ብሓባር እያ እትዓዪ ነይራ።
3,575

3,576
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ እንደገለጸው ቅቡዓን ክርስቲያኖች በግለሰብ ደረጃ ልዩ ልዩ ስጦታዎች የነበሯቸው ከመሆኑም ሌላ ልዩ ልዩ አገልግሎቶች እና ልዩ ልዩ ሥራዎች በማከናወን ይሳተፉ ነበር፤ ይሁንና ሁሉም የአንድ አካል ክፍል ነበሩ።
ቅቡኣት ክርስትያናት ዝዀኑ ውልቀ ሰባት፡ በበይኑ ውህበት እኳ እንተ ነበሮም፡ ኣብ በበይኑ ኣገልግሎት ዚሳተፉን በበይኑ ተግባራት ዚገብሩን እውን እንተ ዀኑ፡ ኵላቶም ክፍሊ ሓደ ሰብነት ምዃኖም፡ ሃዋርያ ጳውሎስ ገሊጹ ኣሎ።
3,577

3,578
am_tg
በዕድሜ ትንሽ ሊባል የሚችል ልጅ እንኳ ትክክለኛውን ነገር ማድረግና ራሱን ለፈጣሪው መወሰን ምን ነገሮችን እንደሚያካትት ሊገነዘብ ይችላል።
ሓደ ሰብ ገና ብግዜ ንእስነቱ እውን እንተ ዀነ፡ ቅኑዕ ምግባርን ርእሱ ንፈጣሪኡ ምውፋይን እንታይ ማለት ምዃኑ ኼስተውዕል ይኽእል እዩ።
3,579

3,580
am_tg
በመሆኑም አንድ ወጣት በተወሰነ ደረጃም ቢሆን ከጎለመሰና ራሱን ለይሖዋ ከወሰነ መጠመቁ አስፈላጊ ብሎም ተገቢ እርምጃ ነው።
ጥምቀት እምበኣር እኹል ብስለት ዘርኣዩን ርእሶም ንየሆዋ ዝወፈዩን መንእሰያት ኪወስድዎ ዘለዎም ኣገዳስን ግቡእን ስጕምቲ እዩ።
3,581

3,582
am_tg
አንድ ሰው ጎለመሰ ሲባል ምን ማለት ነው?
ሓደ ሰብ ብሱል ዚኸውን ግና መዓስ እዩ፧
3,583
tg_am
ሓደ ሰብ ብሱል ዚኸውን ግና መዓስ እዩ፧
አንድ ሰው ጎለመሰ ሲባል ምን ማለት ነው?
3,584
am_tg
ጉልምስና ሲባል አካላዊ እድገት ማድረግ ማለት ብቻ አይደለም።
ብስለት ካብ ኣካላዊ ዕቤት ንላዕሊ የጠቓልል እዩ።
3,585
tg_am
ብስለት ካብ ኣካላዊ ዕቤት ንላዕሊ የጠቓልል እዩ።
ጉልምስና ሲባል አካላዊ እድገት ማድረግ ማለት ብቻ አይደለም።
3,586
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ እንደሚናገረው የጎለመሱ ሰዎች ትክክልና ስህተት የሆነውን ነገር መለየት እንዲችሉ የማስተዋል ችሎታቸውን በማሠራት አሠልጥነዋል።
ብሱላት ኪብሃሉ ዚኽእሉ ሰባት ቅኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ብተመክሮ ልቦናኦም ዘሰልጠኑ ምዃኖም መጽሓፍ ቅዱስ ይሕብር እዩ።
3,587

3,588
am_tg
በመሆኑም የጎለመሱ ሰዎች በይሖዋ ዓይን ትክክል የሆነውን ነገር የሚያውቁ ከመሆኑም በላይ እነዚህን ነገሮች ለመፈጸም ቁርጥ ውሳኔ አድርገዋል።
ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ዘበለ ይፈልጡ፡ ምስ ቅኑዕ ለጊቦም ኪመላለሱ ድማ ብልቦም ይውስኑ እዮም።
3,589

3,590
am_tg
ስለዚህ ስህተት የሆነውን ነገር ለማድረግ በቀላሉ አይፈተኑም፤ እንዲሁም ትክክል የሆነውን ነገር ለመፈጸም ሁልጊዜ ጉትጎታ አያስፈልጋቸውም።
ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ብቐሊሉ ስሒቶም ጌጋ ኣይገብሩን እዮም፣ ቅኑዕ ንምግባር ከኣ ወትሩ ኺትዅተኹ የብሎምን።
3,591

3,592
am_tg
በእርግጥም አንድ የተጠመቀ ወጣት ወላጆቹ ወይም ሌሎች አዋቂዎች በሌሉበት እንኳ የአምላክን መሥፈርቶች ይጠብቃል ብሎ ማሰቡ ምክንያታዊ ነው።
እምበኣር፡ ሓደ እተጠምቀ መንእሰይ፡ ዋላ እውን ወለዱ ወይ ካልኦት ዓበይቲ ሰባት ኣብ ዘይህልዉሉ እዋን፡ ንስርዓታት ኣምላኽ ኪድግፍ ትጽቢት ይግበረሉ እዩ።
3,593

3,594
am_tg
ይሖዋን የሚያመልከው ለይስሙላ አይደለም።
ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧
3,595
tg_am
ንሕናኸ ኸመይ ኢና፧
ይሖዋን የሚያመልከው ለይስሙላ አይደለም።
3,596
am_tg
አንድ ሰው የክርስቶስ ቅቡዕ ወንድም ቢሆንም እንኳ ለዚህ ግለሰብ ልዩ አክብሮት መስጠት ስህተት ነው።
ዋላ እውን ቅቡኣት ኣሕዋት ክርስቶስ ንዝዀኑ ሰባት ልዕል ምባል ጌጋ እዩ።
3,597

3,598
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ አመራር የሚሰጡትን ክርስቲያን ሽማግሌዎች በእምነታቸው እንድንመስላቸው ያበረታታናል፤ ይሁንና ማንኛውንም ሰው እንደ መሪያችን በማየት ከፍ ከፍ እንድናደርግ ጨርሶ አያዘንም።
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ክርስትያን ሽማግለታት ኪገልጽ ከሎ፡ ኣስኣሰር እምነት እቶም ዚመርሑና ኽንስዕብ እኳ እንተ ኣተባብዐ፡ ንዝዀነ ይኹን ሰብ ናብ ደረጃ መራሒና ኸቶ ኽብ ከይነብል ግና ይእዝዘና እዩ።
3,599