Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,600
am_tg
እውነት ነው፣ ቅዱሳን መጻሕፍት አንዳንዶች እጥፍ ክብር ሊሰጣቸው እንደሚገባ ይናገራሉ።
ልክዕ እዩ፡ ቅዱሳት ጽሑፋት ንገሊኦም ሰባት ዕጽፊ ኽብሪ ይግብኦም እዩ ይብል እዩ።
3,601
tg_am

3,602
am_tg
እነዚህ ክርስቲያኖች ክብር ሊሰጣቸው የሚገባው ግን ቅቡዓን ስለሆኑ ሳይሆን በመልካም ሁኔታ የሚያስተዳድሩ እንዲሁም በመናገርና በማስተማር ተግተው የሚሠሩ በመሆናቸው ነው።
ግናኸ፡ እዞም ሰባት እዚኦም ከምዚ ዝበለ ኽብሪ ዚግብኦም፡ ቅቡኣት ስለ ዝዀኑ ዘይኰነስ፡ ብጽቡቕ ዚመርሑ፡ ከምኡ ድማ ብቓልን ብትምህርትን ዚጽዕሩ ብምዃኖም እዩ።
3,603

3,604
am_tg
ሰማያዊ ጥሪ ያላቸው ክርስቲያኖች፣ ሌሎች አላስፈላጊ አድናቆት ወይም ትኩረት የሚሰጧቸው ከሆነ ይጨንቃቸዋል።
ስለዚ፡ እቶም ሰማያዊ ጽውዓ ዘለዎም ክርስትያናት ዘይግብኦም ውዳሰ ወይ ቈላሕታ ምስ ዚውሃቦም፡ የሕፍሮም እዩ።
3,605

3,606
am_tg
ከዚህ የባሰው ደግሞ እንዲህ ያለው ለየት ያለ ትኩረት፣ ትሑት መሆን እንዲከብዳቸው ሊያደርግ ይችላል።
እቲ ኻብዚ ዝገደደ ድማ፡ ቅቡኣት ክርስትያናት ፍሉይ ቈላሕታ እንተ ተዋሂብዎም፡ ትሑታት ኰይኖም ምምልላስ ኬሸግሮም ይኽእል እዩ።
3,607

3,608
am_tg
ማናችንም ብንሆን ለክርስቶስ ወንድሞች ማሰናከያ መሆን አንፈልግም!—⁠፤
መሸም ንሓደ ኻብ ኣሕዋት ክርስቶስ ኪዕንቅፍ ዚደሊ ዋላ ሓደ ኻባና የልቦን።
3,609

3,610
am_tg
ቅቡዓን በዚህ መንገድ በመንፈስ ቅዱስ መቀባታቸው፣ እንደ ቀብድ አሊያም ወደፊት ለሚመጣው ነገር እንደ ዋስትና ወይም መያዣ ነው።
እዚ መንፈስ ቅዱስ ዚዓይዮ ፍሉይ ዕዮ፡ ከም ዕርቡን፡ ማለት ነቲ ዚመጽእ ነገር ውሕስነት ዚኸውን እዩ።
3,611

3,612
am_tg
አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን ይህን ማረጋገጫ ስላገኘ መቀባቱን ይተማመናል።
ሓደ ቕቡእ ክርስትያን ብምኽንያት እዚ ዚቕበሎ ዕርቡን እዚ፡ ብውሽጡ ምትእምማን የሕድር እዩ።
3,613

3,614
am_tg
ግለሰቡ ጥሪውን እንደተቀበለ እርግጠኛ ነው።
እቲ ሰብ እቲ ብርግጽ ተዓዲሙ እዩ።
3,615
tg_am
እቲ ሰብ እቲ ብርግጽ ተዓዲሙ እዩ።
ግለሰቡ ጥሪውን እንደተቀበለ እርግጠኛ ነው።
3,616
am_tg
ሆኖም በሰማይ ሽልማቱን ማግኘት አለማግኘቱ የተመካው ለጥሪው ታማኝ ሆኖ በመገኘቱ ላይ ነው።
ኣብ መወዳእታ ነቲ ዓስቡ ኪቕበሎ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰኑ ግና፡ ኣብቲ ንጽውዓኡ ዘለዎ ተኣማንነት እዩ ዚምርኰስ።
3,617

3,618
am_tg
ጴጥሮስ ነጥቡን እንዲህ በማለት ገልጾታል፦ በመሆኑም ወንድሞች፣ መጠራታችሁንና መመረጣችሁን አስተማማኝ ለማድረግ ከበፊቱ ይበልጥ ትጉ፤ እነዚህን ነገሮች የምታደርጉ ከሆነ ፈጽሞ አትወድቁምና።
ጴጥሮስ ነዚ ነገር እዚ በዚ ኸምዚ ገሊጽዎ ኣሎ፦ ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ንጽውዓኹምን ንሕርያኹምን ኣጽኒዕኩም ክትሕዝዎ ኣዚኹም ተጋደሉ፣ እዚ ትገብሩ እንተ ዄንኩምሲ፡ ከቶ ኣይክትወድቁን ኢኹም።
3,619

3,620
am_tg
እንዲያውም በእጅጉ ትባረካላችሁ፤ ጌታችንና አዳኛችን ወደሆነው ወደ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘላለማዊ መንግሥትም ትገባላችሁ።
እኳ ደኣስ፡ በዚ ኸምዚ ናብታ ዘለኣለማዊት መንግስቲ ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ መእተዊ ብኽብሪ ኺውሃበኩም እዩ።
3,621

3,622
am_tg
እንግዲያው እያንዳንዱ ቅቡዕ ክርስቲያን ታማኝነቱን ለመጠበቅ መታገል አለበት።
እምበኣር፡ ነፍሲ ወከፍ ቅቡእ ክርስትያን ብተኣማንነት ንምቕጻል ኪቃለስ ኣለዎ።
3,623

3,624
am_tg
ታማኝ ካልሆነ ግን ሰማያዊ ጥሪ ወይም ግብዣ ማግኘቱ ምንም አይጠቅመውም።
እንተ ዘይኰይኑ፡ እቲ ሰማያዊ ጽውዓኡ ዋጋ ኣይህልዎን እዩ።
3,625

3,626
am_tg
በአንድ ወቅት በይሖዋ ፊት ጥሩ አቋም ነበረው።
ሓደ እዋን፡ ሓደ መንፈሳዊ ፍጡር ምስ የሆዋ ጽቡቕ ርክብ ነበሮ።
3,627

3,628
am_tg
ይሁንና ይህ መንፈሳዊ ፍጡር፣ ሰዎች እንዲያመልኩት መመኘት ጀመረ።
ኰይኑ ግና፡ ደቂ ሰብ ንኼምልኽዎ ኺምነ ጀመረ።
3,629

3,630
am_tg
ይህን ተገቢ ያልሆነ ምኞት ከማስወገድ ይልቅ ስላሰላሰለበትና እንዲያድግ ስለፈቀደለት ምኞቱ ኃጢአትን ወለደ።
ነዚ ዘይግቡእ ትምኒት እዚ ኣብ ክንዲ ዜወግዶ ግና፡ ብዝያዳ ንኺዓብን ሓጢኣት ንኺወልድን ፈቐደሉ።
3,631

3,632
am_tg
እያወራን ያለነው በእውነት ውስጥ ጸንቶ ስላልቆመው ስለ ሰይጣን እንደሆነ የታወቀ ነው።
እቲ መንፈሳዊ ፍጡር፡ እቲ ኣብ ሓቂ ዘይጸንዐ ሰይጣን እዩ።
3,633

3,634
am_tg
ሰይጣን በይሖዋ ላይ ያመፀ ከመሆኑም ሌላ የውሸት አባት ሆነ።
ካብ የሆዋ ስለ ዝዓለወ ኸኣ፡ ኣቦ ሓሶት ኰነ።
3,635
tg_am
ካብ የሆዋ ስለ ዝዓለወ ኸኣ፡ ኣቦ ሓሶት ኰነ።
ሰይጣን በይሖዋ ላይ ያመፀ ከመሆኑም ሌላ የውሸት አባት ሆነ።
3,636
am_tg
ሰይጣን ካመፀበት ጊዜ ጀምሮ የይሖዋ ቀንደኛ ጠላት እንደሆነ ታይቷል፤ የሰው ልጆች ወዳጅ ሆኖ እንደማያውቅም ግልጽ ነው።
ሰይጣን ካብቲ ዝዓለወሉ እዋን ኣትሒዙ፡ ዝዓበየ ጸላኢ የሆዋ ምዃኑ ኣርእዩ እዩ፣ ንደቂ ሰብ እውን እንተ ዀነ ይጸልኦም እዩ።
3,637

3,638
am_tg
ለሰይጣን የተሰጡት መጠሪያዎች ምን ያህል በክፋት እንደተዘፈቀ ይጠቁማሉ።
እቲ ሰይጣን ዚጽውዓሉ ስማት፡ ክሳዕ ክንደይ ብልሹው ምዃኑ ዜርኢ እዩ።
3,639

3,640
am_tg
ሰይጣን የሚለው ቃል ተቃዋሚ ማለት ሲሆን ይህ ክፉ መንፈሳዊ ፍጡር የአምላክን ሉዓላዊነት እንደማይደግፍ ያሳያል፤ እንዲያውም የይሖዋን ሉዓላዊ ገዢነት የሚጠላ ከመሆኑም ሌላ አጥብቆ ይቃወመዋል።
ሰይጣን ኪብሃል ከሎ፡ ተጻራሪ ማለት እዩ፣ እዚ ኸኣ፡ እዚ እኩይ መንፈሳዊ ፍጡር እዚ ንልዑላውነት ኣምላኽ ከም ዘይድግፎ፡ የግዳስ ከም ዚጸልኦን ኣንጻሩ ኸም ዚቃለስን ዚሕብር እዩ።
3,641

3,642
am_tg
ሰይጣን ከምንም በላይ የሚፈልገው ነገር የይሖዋ ሉዓላዊ ገዢነት ሲያበቃ ማየት ነው።
ሰይጣን ካብ ዝዀነ ይኹን ንላዕሊ፡ ልዑላውነት የሆዋ ኼቋርጽ እዩ ዚደሊ።
3,643

3,644
am_tg
ወንድሞችን በመንፈሳዊ እንዲያድጉ በመርዳት ረገድ የተዋጣላቸው አንዳንድ ሽማግሌዎች ሌሎችን ለማሠልጠን ምን ዓይነት ዘዴዎችን እንደተጠቀሙ በቅርቡ ተጠይቀው ነበር።
ኣብዚ ቐረባ እዋን፡ ኣሕዋቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩ ንዝሓገዙ እተወሰኑ ሽማግለታት ንኻልኦት ኬሰልጥኑ ኸለዉ እንታይ ሜላታት ከም እተጠቕሙ ሕቶ ቐሪቡሎም ነይሩ።
3,645

3,646
am_tg
እነዚህ ሽማግሌዎች ያሉበት ሁኔታ በእጅጉ የተለያየ ቢሆንም የሰጡት ምክር በሚያስገርም ሁኔታ ይመሳሰላል።
ኵነታቶም እተፈላለየ እኳ እንተ ዀነ፡ ኵሎም ዝሃብዎ ርእይቶ ግና ተመሳሳሊ እዩ።
3,647

3,648
am_tg
ይህ ምን ይጠቁማል?
እዚ እንታይ እዩ ዚሕብር፧
3,649
tg_am
እዚ እንታይ እዩ ዚሕብር፧
ይህ ምን ይጠቁማል?
3,650
am_tg
በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተው ለተማሪዎች የሚሰጠው ይህ ሥልጠና በሐዋርያው ጳውሎስ ዘመን ብቻ ሳይሆን ዛሬም በሁሉም ስፍራ በሚገኙ ጉባኤዎች ውስጥ ይሠራል።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመሰረተ ስልጠና፡ ኣብ በቦታኡ ንዘለዋ ዅለን ጉባኤታት ዚዓዪ እዩ።
3,651

3,652
am_tg
አስተማሪዎች ለሥልጠና አመቺ ሁኔታ መፍጠር ይኖርባቸዋል።
ሓደ ኣሰልጣኒ ንኼሰልጥን ምሹእ ሃዋህው ኪፈጥር ኣለዎ።
3,653
tg_am
ሓደ ኣሰልጣኒ ንኼሰልጥን ምሹእ ሃዋህው ኪፈጥር ኣለዎ።
አስተማሪዎች ለሥልጠና አመቺ ሁኔታ መፍጠር ይኖርባቸዋል።
3,654
am_tg
አንድ ገበሬ ዘር ከመዝራቱ በፊት መሬቱን ማለስለስ እንዳለበት ሁሉ አንድ አስተማሪም ተማሪውን ማሠልጠን ከመጀመሩ በፊት የተማሪውን ልብ ማዘጋጀት ይኖርበታል።
ልክዕ ከምቲ ሓደ ኣታኽልተኛ፡ ዘርኢ ቕድሚ ምዝራኡ፡ ነቲ መሬት ኪዅስኵሶ ወይ ኬለስልሶ ዘለዎ፡ ሓደ ዜሰልጥን ሽማግለ እውን ንሓደ ዚስልጥን ሓው ሓድሽ ብልሓት ቅድሚ ምምሃሩ፡ ኬዳልዎ ወይ ኬተባብዖ ኣለዎ።
3,655

3,656
am_tg
ታዲያ አስተማሪዎች ሌሎችን ለማሠልጠን አመቺ ሁኔታ መፍጠር የሚችሉት እንዴት ነው?
ስለዚ፡ ስልጠና ዚህቡ ሽማግለታት ንኻልኦት ንምስልጣን ምሹእ ሃዋህው ኪፈጥሩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
3,657

3,658
am_tg
ሳሙኤል፣ ሳኦል የእስራኤልን ሕዝብ እንዲመራ ሲያዘጋጀው የተጠቀመውን ዘዴ በመከተል ነው።
ነቲ ሳሙኤል ንሳኦል መራሒ እስራኤል ኪኸውን ኬዳልዎ ኸሎ እተጠቕመሉ ሜላ ብምስዓብ እዩ።
3,659

3,660
am_tg
የሕዝበ ክርስትና ቀሳውስት ስለ አምላክ መንግሥት እየሰበኩ አይደሉም።
ኣቕሽሽቲ ህዝበ ክርስትያን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣይሰብኩን እዮም።
3,661

3,662
am_tg
ስለ መንግሥቱ ቢናገሩ እንኳ ብዙዎቹ፣ በክርስቲያኖች ልብ ውስጥ ያለ ስሜት ወይም ሁኔታ እንደሆነ አድርገው ይገልጹታል።
ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኪዛረቡ ኸለዉ፡ ብዙሓት ምስቲ ኣብ ልቢ ሓደ ክርስትያን ዘሎ ስምዒት ወይ ኵነታት እዮም ዜተሓሕዝዎ።
3,663

3,664
am_tg
የአምላክ መንግሥት ኢየሱስ ክርስቶስ ንጉሥ ሆኖ የተሾመበት በሰማይ የሚገኝ መስተዳድር እንደሆነ፣ ለሰው ልጆች ችግሮች በሙሉ መፍትሔ እንደሚያመጣ እንዲሁም በቅርቡ ክፋትን ሁሉ ከምድር እንደሚያስወግድ ሰዎች እንዲገነዘቡ አያደርጉም።
መንግስቲ ኣምላኽ፡ የሱስ ክርስቶስ ዝገዛኢኣ ሰማያዊት መንግስቲ ምዃና፡ ንዅሉ ጸገማት ደቂ ሰብ ፍታሕ እተምጽእ ምዃና፡ ኣብ ቀረባ እዋን ከኣ ንዅሉ እከይ ካብዛ ምድሪ ኸም እተጥፍእ ኣይምህሩን እዮም።
3,665

3,666
am_tg
ከዚህ ይልቅ ኢየሱስን የሚያስታውሱት በገና እና በፋሲካ በዓል ወቅት ነው።
የግዳስ፡ ንየሱስ ኣብ በዓል ልደትን በዓል ትንሳኤን ጥራይ እዮም ዚዝክርዎ።
3,667

3,668
am_tg
ኢየሱስ የምድር ንጉሥ ሲሆን ምን እንደሚያከናውን የሚያውቁት ነገር ያለ አይመስልም።
የሱስ ከም ሓድሽ ገዛኢ ምድሪ መጠን እንታይ ከም ዚገብር ኣይገልጹን እዮም።
3,669

3,670
am_tg
እነዚህ ቀሳውስት የስብከቱን ሥራ እንዲያከናውኑ የሚያነሳሳቸው ምክንያት ምን ሊሆን እንደሚገባም አያውቁም።
ነዚ ዕዮ እዚ ኺዓይዩሉ ዚግባእ ድራኸ እውን ስሒቶምዎ እዮም።
3,671

3,672
am_tg
ዓላማው ገንዘብ መሰብሰብና የተንቆጠቆጡ ሕንፃዎችን መገንባት መሆን የለበትም።
ገንዘብ ኣኪብና ብሉጽ ህንጻታት ንምህናጽ ኪኸውን ኣይግባእን።
3,673

3,674
am_tg
በአምላክ ቃል ሊነገድ አይገባም።
ብቓል ኣምላኽ ኪንገድ ኣይግባእን እዩ።
3,675
tg_am
ብቓል ኣምላኽ ኪንገድ ኣይግባእን እዩ።
በአምላክ ቃል ሊነገድ አይገባም።
3,676
am_tg
ግርጌ መልእክቱን የሚሰብኩ ሰዎች ከሚያከናውኑት ሥራ የግል ጥቅም ለማግኘት መሞከር የለባቸውም።
፡ እ.ጽ. እቶም ነቲ መልእኽቲ ዚሰብኩ ሰባት፡ ነቲ ዕዮ እቲ ብምዕያዮም ብሕታዊ ረብሓ ኺደልዩ ኣይግባእን እዩ።
3,677

3,678
am_tg
አንድ ልብስ መልበስ ፈለጋችሁ እንበል፤ ልብሱ የጉባኤውን አባላት ቅር የሚያሰኝ ሊሆን ይችል ይሆናል።
ገሊኡ ቕዲ ኣከዳድና ይማርኸካ ንበል፣ እቲ ኣከዳድናኻ ኸኣ ኣብ ጉባኤ ንዘለዉ ገሊኦም ይርብሾም ይኸውን።
3,679

3,680
am_tg
ሆኖም ይህን ልብስ እንዳትለብሱ የሚከለክል ቀጥተኛ የመጽሐፍ ቅዱስ ሕግ እንደሌለ ታውቃላችሁ።
ንስኻ ግና ነቲ ኣከዳድና እቲ ፈልዩ ዚኽልክል ሕጊ ኸም ዘየሎ ትፈልጥ ኢኻ።
3,681

3,682
am_tg
ታዲያ ይሖዋ በዚህ ረገድ ያለውን አመለካከት ማወቅ የምትችሉት እንዴት ነው?
ኣብቲ ነገር እቲ ሓሳብ የሆዋ እንታይ እዩ፧
3,683

3,684
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት የሚከተለውን ምክር ሰጥቷል፦ ሴቶች ፀጉር በመሸረብና በወርቅ ወይም በዕንቁ ወይም ደግሞ በጣም ውድ በሆነ ልብስ ሳይሆን በልከኝነትና በማስተዋል ተገቢ በሆነ ልብስ ራሳቸውን ያስውቡ፤ ለአምላክ ያደርን ነን የሚሉ ሴቶች ሊያደርጉት እንደሚገባ በመልካም ሥራ ይዋቡ።
ሃዋርያ ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ፡ ኣንስቲ እውን ከምኡ ብቝኖ፡ ብወርቂ፡ ብሉል፡ ወይስ ብኣዝዩ ኽቡር ክዳውንቲ ዘይኰነስ፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለወን ኣንስቲ ኸም ዚግባእ፡ ይሰለማ ዚብል ምኽሪ ሂቡ ኣሎ።
3,685

3,686
am_tg
ይህ መሠረታዊ ሥርዓት ለክርስቲያን ወንዶችም በእኩል ደረጃ ይሠራል።
እዚ ምኽሪ እዚ ኸኣ ንክርስትያን ሰብኡት እውን ብማዕረ ይምልከቶም እዩ።
3,687

3,688
am_tg
ለይሖዋ ያደርን እንደመሆናችን መጠን የራሳችን ምርጫ ብቻ ሳይሆን አለባበሳችንና አጋጌጣችን በሌሎች ላይ የሚያሳድረው ተጽዕኖም ያሳስበናል።
ውፉያት ኣገልገልቲ የሆዋ ብምዃንና፡ ብሕታዊ ምርጫታትና ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን ኣብ ካልኦት ኪህልዎ ዚኽእል ጽልዋ እውን የተሓሳስበና እዩ።
3,689

3,690
am_tg
ልከኛ ከሆንንና ለሰዎች ፍቅር ካለን፣ የእምነት ባልንጀሮቻችንን አመለካከት ግምት ውስጥ በማስገባት እነሱን ሊረብሽ ወይም ቅር ሊያሰኝ የሚችል ልብስ ከመልበስ እንቆጠባለን።
ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾትና ኽንዕንቅፎም ወይ ከነጕህዮም ስለ ዘይንደሊ፡ ብትሕትናን ብፍቕርን ተደሪኽና ርእይቶኦም ኣብ ግምት ነእቱ ኢና።
3,691

3,692
am_tg
አዳም በፈጣሪው ላይ በማመፁ የልጅነት መብቱን አጣ።
ኣዳም ካብ ገባሪኡ ምስ ዓለወ፡ ወዲ ኣምላኽ ናይ ምዃን መሰሉ ሰኣነ።
3,693

3,694
am_tg
ይሁንና ባለፉት በርካታ ዘመናት የኖሩ እንደ ታላቅ የምሥክሮች ደመና የሆኑ የአዳም ዘሮች የአምላክን ሉዓላዊነት መደገፍ መርጠዋል።
ግናኸ፡ ኣብቲ ድሕሪኡ ዝነበረ ወለዶታት፡ ክንድዚ ዚኣኽሉ ደበና እተባህለሎም ብዙሓት ዘርኢ ኣዳም ንልዑላውነት ኣምላኽ ደጊፎም እዮም።
3,695

3,696
am_tg
እነዚህ ሰዎች ለፈጣሪያቸው በትሕትና በመገዛት፣ ከሰይጣን ይልቅ ይሖዋ እንደ ሸክላ ሠሪ እንዲቀርጻቸው እንዲሁም አባታቸው እንዲሆን እንደሚፈልጉ በተግባር አሳይተዋል።
ብትሕትና ንፈጣሪኦም ስለ እተገዝእዎ ድማ፡ ሰይጣን ዘይኰነስ፡ የሆዋ ኣቦኦምን ቀራጺኦምን ኪኸውን ከም ዚደልዩ ኣርእዮም እዮም።
3,697

3,698
am_tg
ለአምላክ ያላቸው ታማኝነት፣ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ያስታውሰናል።
እቲ ንኣምላኽ ዘለዎም ተኣማንነት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት እዩ ዜዘኻኽረና።
3,699