Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
3,700 | am_tg | በዛሬው ጊዜ ይሖዋን በመንፈስና በእውነት የሚያመልኩ ሁሉ እንዲህ ዓይነት የትሕትናና የታዛዥነት መንፈስ ለማሳየት ይጥራሉ። | ሎሚ፡ ኵሎም እቶም ንየሆዋ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኽዎ፡ ተመሳሳሊ ትሕትናን ተገዛእነትን የርእዩ እዮም። |
3,701 | tg_am | ሎሚ፡ ኵሎም እቶም ንየሆዋ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኽዎ፡ ተመሳሳሊ ትሕትናን ተገዛእነትን የርእዩ እዮም። | በዛሬው ጊዜ ይሖዋን በመንፈስና በእውነት የሚያመልኩ ሁሉ እንዲህ ዓይነት የትሕትናና የታዛዥነት መንፈስ ለማሳየት ይጥራሉ። |
3,702 | am_tg | ይሖዋን፣ አባታችን ብለው መጥራትና እሱን እንደ ሸክላ ሠሪያቸው ቆጥረው ለእሱ መገዛትን እንደ ታላቅ መብት ይመለከቱታል። | ንየሆዋ ኸም ኣቦኦም ምጽዋዖምን ከም ዚቐርጾም ሰራሕ ካይላ ዚግዝእዎ ምዃኖምን ከም ክብሪ እዮም ዚርእይዎ። |
3,703 | tg_am | ንየሆዋ ኸም ኣቦኦም ምጽዋዖምን ከም ዚቐርጾም ሰራሕ ካይላ ዚግዝእዎ ምዃኖምን ከም ክብሪ እዮም ዚርእይዎ። | ይሖዋን፣ አባታችን ብለው መጥራትና እሱን እንደ ሸክላ ሠሪያቸው ቆጥረው ለእሱ መገዛትን እንደ ታላቅ መብት ይመለከቱታል። |
3,704 | am_tg | በቅንዓትና በጥላቻ የተሞሉት የዮፍታሔ ወንድሞች የበኩር ልጅ በመሆኑ ሊያገኝ የሚገባውን መብት በመከልከል ከአባቱ ቤት አባረውታል። | እቶም ብኣቦ ኣሕዋት ይፍታሕ፡ ብቕንእን ብጽልእን ተላዒሎም፡ ከም በዅሪ መጠን ዚግብኦ ርስቲ ኸልከልዎ። |
3,705 | tg_am | እቶም ብኣቦ ኣሕዋት ይፍታሕ፡ ብቕንእን ብጽልእን ተላዒሎም፡ ከም በዅሪ መጠን ዚግብኦ ርስቲ ኸልከልዎ። | በቅንዓትና በጥላቻ የተሞሉት የዮፍታሔ ወንድሞች የበኩር ልጅ በመሆኑ ሊያገኝ የሚገባውን መብት በመከልከል ከአባቱ ቤት አባረውታል። |
3,706 | am_tg | ይሁንና ዮፍታሔ፣ እንዲረዳቸው ያቀረቡትን ልመና ሰምቶ ረድቷቸዋል። | ንሱ ግና ኪረድኦም ንዘቕረቡሉ ልማኖ ተቐቢሉ፡ ከይዱ ረድኦም። |
3,707 | tg_am | ንሱ ግና ኪረድኦም ንዘቕረቡሉ ልማኖ ተቐቢሉ፡ ከይዱ ረድኦም። | ይሁንና ዮፍታሔ፣ እንዲረዳቸው ያቀረቡትን ልመና ሰምቶ ረድቷቸዋል። |
3,708 | am_tg | ዮፍታሔ ከሌሎች ሰዎች ጋር ከተፈጠረው ግጭት ይልቅ ትልቅ ቦታ የሰጠው የይሖዋን ስም ለማስከበር ሲል ለሚያደርገው ውጊያ ነው። | ኣብ ኣዒንቲ ይፍታሕ፡ ንስም የሆዋ ንምክልኻል ዚግበር ቃልሲ፡ ካብ ብሕታዊ ግጭት ዚዛይድ ኣገዳስነት ነበሮ። |
3,709 | tg_am | ኣብ ኣዒንቲ ይፍታሕ፡ ንስም የሆዋ ንምክልኻል ዚግበር ቃልሲ፡ ካብ ብሕታዊ ግጭት ዚዛይድ ኣገዳስነት ነበሮ። | ዮፍታሔ ከሌሎች ሰዎች ጋር ከተፈጠረው ግጭት ይልቅ ትልቅ ቦታ የሰጠው የይሖዋን ስም ለማስከበር ሲል ለሚያደርገው ውጊያ ነው። |
3,710 | am_tg | ምንጊዜም በይሖዋ ለመታመን ቁርጥ ውሳኔ አድርጎ ነበር፤ ይህ ደግሞ ለእሱም ሆነ ለሌሎች በረከት አምጥቷል። | ንየሆዋ እሙን ንምዃን ቈሪጹ ነበረ፣ እዚ ኸኣ ንዕኡን ንኻልኦትን ጽቡቕ ነገር ኣፍረየ። |
3,711 | tg_am | ንየሆዋ እሙን ንምዃን ቈሪጹ ነበረ፣ እዚ ኸኣ ንዕኡን ንኻልኦትን ጽቡቕ ነገር ኣፍረየ። | ምንጊዜም በይሖዋ ለመታመን ቁርጥ ውሳኔ አድርጎ ነበር፤ ይህ ደግሞ ለእሱም ሆነ ለሌሎች በረከት አምጥቷል። |
3,712 | am_tg | ዮፍታሔ ከተወው ምሳሌ ምን ትምህርት እናገኛለን? | ኣብነት ይፍታሕ ንልብና ኺትንክዮ ኽንፈቅድ ዲና፧ |
3,713 | tg_am | ኣብነት ይፍታሕ ንልብና ኺትንክዮ ኽንፈቅድ ዲና፧ | ዮፍታሔ ከተወው ምሳሌ ምን ትምህርት እናገኛለን? |
3,714 | am_tg | ምናልባት አንዳንድ ወንድሞች ቅር አሰኝተውን ወይም ተገቢ ያልሆነ ነገር አድርገውብን ይሆናል። | ምናልባት ብገሊኦም ክርስትያን ኣሕዋትና ጕሂና ወይ ተገፊዕና ንኸውን። |
3,715 | tg_am | ምናልባት ብገሊኦም ክርስትያን ኣሕዋትና ጕሂና ወይ ተገፊዕና ንኸውን። | ምናልባት አንዳንድ ወንድሞች ቅር አሰኝተውን ወይም ተገቢ ያልሆነ ነገር አድርገውብን ይሆናል። |
3,716 | am_tg | በዚህ ጊዜ፣ በክርስቲያናዊ ስብሰባዎች ላይ ከመገኘት ወይም ከጉባኤው ጋር ሙሉ በሙሉ ከመተባበርና ይሖዋን ከማገልገል ወደኋላ ማለት አይኖርብንም። | ከምኡ እንተ ኣጋጢሙና፡ እዚ ብድሆታት እዚ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ከም ዘይንእከብ፡ ንየሆዋ ኸም ዘይነገልግሎ፡ ወይ ምስ ጉባኤና ምሉእ ብምሉእ ከም ዘይንሓብር ዚገብር ዕንቅፋት ኪኸውን ከነፍቅድ ኣይግባእን። |
3,717 | tg_am | ከምኡ እንተ ኣጋጢሙና፡ እዚ ብድሆታት እዚ ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ከም ዘይንእከብ፡ ንየሆዋ ኸም ዘይነገልግሎ፡ ወይ ምስ ጉባኤና ምሉእ ብምሉእ ከም ዘይንሓብር ዚገብር ዕንቅፋት ኪኸውን ከነፍቅድ ኣይግባእን። | በዚህ ጊዜ፣ በክርስቲያናዊ ስብሰባዎች ላይ ከመገኘት ወይም ከጉባኤው ጋር ሙሉ በሙሉ ከመተባበርና ይሖዋን ከማገልገል ወደኋላ ማለት አይኖርብንም። |
3,718 | am_tg | እኛም እንደ ዮፍታሔ፣ እንዲህ ያሉ አስቸጋሪ ሁኔታዎችን ለማሸነፍና መልካም ነገር ማድረጋችንን ለመቀጠል የመጽሐፍ ቅዱስን መሠረታዊ ሥርዓቶች መከተል ይኖርብናል። | ኣብነት ይፍታሕ ብምስዓብ፡ ብስርዓታት ኣምላኽ ንሕማቕ ኵነታት ክንሰግርን ሰናይ ንምግባር ክንድረኽን ንኽእል ኢና። |
3,719 | tg_am | ኣብነት ይፍታሕ ብምስዓብ፡ ብስርዓታት ኣምላኽ ንሕማቕ ኵነታት ክንሰግርን ሰናይ ንምግባር ክንድረኽን ንኽእል ኢና። | እኛም እንደ ዮፍታሔ፣ እንዲህ ያሉ አስቸጋሪ ሁኔታዎችን ለማሸነፍና መልካም ነገር ማድረጋችንን ለመቀጠል የመጽሐፍ ቅዱስን መሠረታዊ ሥርዓቶች መከተል ይኖርብናል። |
3,720 | am_tg | መጽናት የሚያስፈልገን ለጊዜው ብቻ ሳይሆን እስከ መጨረሻው ነው። | ንግዜኡ ዘይኰነስ፡ ክሳዕ መወዳእታ ኽንጻወር ኣሎና። |
3,721 | tg_am | ንግዜኡ ዘይኰነስ፡ ክሳዕ መወዳእታ ኽንጻወር ኣሎና። | መጽናት የሚያስፈልገን ለጊዜው ብቻ ሳይሆን እስከ መጨረሻው ነው። |
3,722 | am_tg | ይህን በምሳሌ ለማስረዳት፣ አደጋ የደረሰባትን መርከብ እንውሰድ። | ነዚ ብምሳሌ ንምርዳእ፦ እተገልበጠት መርከብ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣል። |
3,723 | tg_am | ነዚ ብምሳሌ ንምርዳእ፦ እተገልበጠት መርከብ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣል። | ይህን በምሳሌ ለማስረዳት፣ አደጋ የደረሰባትን መርከብ እንውሰድ። |
3,724 | am_tg | ተሳፋሪዎቹ በሕይወት ለመትረፍ ከፈለጉ እየዋኙ ወደ ዳርቻው መሄድ አለባቸው። | እቶም ተጐዓዝቲ ህይወቶም ንምድሓን ሓምቢሶም ናብ ምድሪ ኺወጹ ኣለዎም። |
3,725 | tg_am | እቶም ተጐዓዝቲ ህይወቶም ንምድሓን ሓምቢሶም ናብ ምድሪ ኺወጹ ኣለዎም። | ተሳፋሪዎቹ በሕይወት ለመትረፍ ከፈለጉ እየዋኙ ወደ ዳርቻው መሄድ አለባቸው። |
3,726 | am_tg | ወደ ዳርቻው ለመድረስ ጥቂት ሲቀረውም ሆነ ገና መሃል ላይ እያለ ተስፋ የቆረጠ ተሳፋሪ የሚያጋጥማቸው ነገር ተመሳሳይ ነው። | እቲ ናብ ምድሪ ቝሩብ ምስ ተረፎ ዚሕለል ሓምባሳይ፡ ምስቲ ብኣጋኡ ዝሕለል ሓምባሳይ ብማዕረ እዩ ዚጥሕል። |
3,727 | tg_am | እቲ ናብ ምድሪ ቝሩብ ምስ ተረፎ ዚሕለል ሓምባሳይ፡ ምስቲ ብኣጋኡ ዝሕለል ሓምባሳይ ብማዕረ እዩ ዚጥሕል። | ወደ ዳርቻው ለመድረስ ጥቂት ሲቀረውም ሆነ ገና መሃል ላይ እያለ ተስፋ የቆረጠ ተሳፋሪ የሚያጋጥማቸው ነገር ተመሳሳይ ነው። |
3,728 | am_tg | እኛም ብንሆን ወደ አዲሱ ዓለም እስክንገባ ድረስ ለመጽናት ቆርጠናል። | ብተመሳሳሊ፡ ናብ ሓዳስ ዓለም ክሳዕ እንበጽሕ ክንጻወር ቈሪጽና ኢና። |
3,729 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ ናብ ሓዳስ ዓለም ክሳዕ እንበጽሕ ክንጻወር ቈሪጽና ኢና። | እኛም ብንሆን ወደ አዲሱ ዓለም እስክንገባ ድረስ ለመጽናት ቆርጠናል። |
3,730 | am_tg | ሕይወት ማግኘታችን የተመካው በመጽናታችን ላይ ነው። | ህይወትና ኣብ ተጻዋርነትና እተመርኰሰ እዩ። |
3,731 | tg_am | ህይወትና ኣብ ተጻዋርነትና እተመርኰሰ እዩ። | ሕይወት ማግኘታችን የተመካው በመጽናታችን ላይ ነው። |
3,732 | am_tg | ተስፋ አንቆርጥም በማለት ሁለት ጊዜ እንደተናገረው እንደ ሐዋርያው ጳውሎስ ዓይነት አመለካከት አለን። | ከምቲ ኽልተ ሳዕ፡ ኣይንሕለልን ኢና ዝበለ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣረኣእያ እዩ ዘሎና። |
3,733 | tg_am | ከምቲ ኽልተ ሳዕ፡ ኣይንሕለልን ኢና ዝበለ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣረኣእያ እዩ ዘሎና። | ተስፋ አንቆርጥም በማለት ሁለት ጊዜ እንደተናገረው እንደ ሐዋርያው ጳውሎስ ዓይነት አመለካከት አለን። |
3,734 | am_tg | ይሖዋ እስከ መጨረሻው ድረስ መጽናት እንድንችል እንደሚረዳን ፈጽሞ አንጠራጠርም። | ክሳዕ መወዳእታ ኽንጻወር የሆዋ ኸም ዚሕግዘና ምሉእ እምንቶ ኸነሕድር ንኽእል ኢና። |
3,735 | tg_am | ክሳዕ መወዳእታ ኽንጻወር የሆዋ ኸም ዚሕግዘና ምሉእ እምንቶ ኸነሕድር ንኽእል ኢና። | ይሖዋ እስከ መጨረሻው ድረስ መጽናት እንድንችል እንደሚረዳን ፈጽሞ አንጠራጠርም። |
3,736 | am_tg | ላይ ጳውሎስ የተናገረውን ሐሳብ እንጋራለን፤ ጥቅሱ እንዲህ ይላል፦ በወደደን በእሱ አማካኝነት እነዚህን ነገሮች ሁሉ ሙሉ በሙሉ በድል አድራጊነት እንወጣለን። | ምስቲ ኣብ ዘሎ ጳውሎስ ከምዚ ዚስዕብ ኢሉ ዝገለጾ እምንቶ ንሰማማዕ ኢና፦ በቲ ዘፍቀረና ምሉእ ብምሉእ ንስዕር ኢና። |
3,737 | tg_am | ምስቲ ኣብ ዘሎ ጳውሎስ ከምዚ ዚስዕብ ኢሉ ዝገለጾ እምንቶ ንሰማማዕ ኢና፦ በቲ ዘፍቀረና ምሉእ ብምሉእ ንስዕር ኢና። | ላይ ጳውሎስ የተናገረውን ሐሳብ እንጋራለን፤ ጥቅሱ እንዲህ ይላል፦ በወደደን በእሱ አማካኝነት እነዚህን ነገሮች ሁሉ ሙሉ በሙሉ በድል አድራጊነት እንወጣለን። |
3,738 | am_tg | ምክንያቱም ሞትም ቢሆን፣ ሕይወትም ቢሆን፣ መላእክትም ቢሆኑ፣ መንግሥታትም ቢሆኑ፣ አሁን ያሉት ነገሮችም ቢሆኑ፣ ወደፊት የሚመጡት ነገሮችም ቢሆኑ፣ ማንኛውም ኃይል ቢሆን፣ ከፍታም ቢሆን፣ ዝቅታም ቢሆን፣ ሌላ ማንኛውም ፍጥረት ቢሆን በጌታችን በክርስቶስ ኢየሱስ አማካኝነት ከተገለጸው የአምላክ ፍቅር ሊለየን እንደማይችል ሙሉ በሙሉ እርግጠኛ ነኝ። | ከመይሲ፡ ሞት ኰነ፡ ህይወት ኰነ፡ መላእኽቲ ዀኑ፡ መንግስትታት ኰኑ፡ ዘሎ ዀነ፡ ዚመጽእ ኰነ፡ ሓይልታት ኰነ፡ ልዕል ዝበለ ዀነ፡ ትሕት ዝበለ ዀነ፡ ካልእ ፍጥረት እውን እንተ ዀነ፡ ካብታ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ጐይታና ዘላ ፍቕሪ ኣምላኽ ኪፈልየና ኸም ዘይክእል፡ ርግጸኛ እየ። |
3,739 | tg_am | ከመይሲ፡ ሞት ኰነ፡ ህይወት ኰነ፡ መላእኽቲ ዀኑ፡ መንግስትታት ኰኑ፡ ዘሎ ዀነ፡ ዚመጽእ ኰነ፡ ሓይልታት ኰነ፡ ልዕል ዝበለ ዀነ፡ ትሕት ዝበለ ዀነ፡ ካልእ ፍጥረት እውን እንተ ዀነ፡ ካብታ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ጐይታና ዘላ ፍቕሪ ኣምላኽ ኪፈልየና ኸም ዘይክእል፡ ርግጸኛ እየ። | ምክንያቱም ሞትም ቢሆን፣ ሕይወትም ቢሆን፣ መላእክትም ቢሆኑ፣ መንግሥታትም ቢሆኑ፣ አሁን ያሉት ነገሮችም ቢሆኑ፣ ወደፊት የሚመጡት ነገሮችም ቢሆኑ፣ ማንኛውም ኃይል ቢሆን፣ ከፍታም ቢሆን፣ ዝቅታም ቢሆን፣ ሌላ ማንኛውም ፍጥረት ቢሆን በጌታችን በክርስቶስ ኢየሱስ አማካኝነት ከተገለጸው የአምላክ ፍቅር ሊለየን እንደማይችል ሙሉ በሙሉ እርግጠኛ ነኝ። |
3,740 | am_tg | ክርስቲያናዊ የገለልተኝነት አቋማችንን እንድናላላ ሊያደርጉ የሚችሉ ሁኔታዎችን ማስተዋልና ማሸነፍ እንድንችል የሚያስፈልገውን ጥበብ እንዲሰጠን ይሖዋን እንጠይቅ። | ክርስትያናዊ ገለልትነትካ ኸም እትጥሕስ ኪገብረካ ዚኽእል ኵነታት ኣለሊኻ ኽትሰግሮ ዚሕግዝ ጥበብ ኪህበካ ንየሆዋ ኽትልምኖ ትኽእል ኢኻ። |
3,741 | tg_am | ክርስትያናዊ ገለልትነትካ ኸም እትጥሕስ ኪገብረካ ዚኽእል ኵነታት ኣለሊኻ ኽትሰግሮ ዚሕግዝ ጥበብ ኪህበካ ንየሆዋ ኽትልምኖ ትኽእል ኢኻ። | ክርስቲያናዊ የገለልተኝነት አቋማችንን እንድናላላ ሊያደርጉ የሚችሉ ሁኔታዎችን ማስተዋልና ማሸነፍ እንድንችል የሚያስፈልገውን ጥበብ እንዲሰጠን ይሖዋን እንጠይቅ። |
3,742 | am_tg | ለእውነተኛው አምልኮ ቆራጥ አቋም በመያዛችን ምክንያት ብንታሰር ወይም ሌላ ዓይነት ቅጣት ቢደርስብን ደግሞ እምነታችንን በድፍረት ለማስረዳትና የሚመጣብንን ማንኛውንም ስደት በጽናት ለመቋቋም የሚያስችል ብርታት እንዲሰጠን ወደ ይሖዋ እንጸልይ። | ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብዘሎካ ጽኑዕ መትከል እንተ ተኣሲርካ ወይ ተቐጺዕካ፡ ንእምነትካ ብትብዓት ምእንቲ ኽትጣበቐሉን ንዚመጸካ ዝዀነ ይኹን መስጐጕቲ ምእንቲ ኽትጻወርን፡ ብርታዐ ንምርካብ ጸሊ። |
3,743 | tg_am | ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብዘሎካ ጽኑዕ መትከል እንተ ተኣሲርካ ወይ ተቐጺዕካ፡ ንእምነትካ ብትብዓት ምእንቲ ኽትጣበቐሉን ንዚመጸካ ዝዀነ ይኹን መስጐጕቲ ምእንቲ ኽትጻወርን፡ ብርታዐ ንምርካብ ጸሊ። | ለእውነተኛው አምልኮ ቆራጥ አቋም በመያዛችን ምክንያት ብንታሰር ወይም ሌላ ዓይነት ቅጣት ቢደርስብን ደግሞ እምነታችንን በድፍረት ለማስረዳትና የሚመጣብንን ማንኛውንም ስደት በጽናት ለመቋቋም የሚያስችል ብርታት እንዲሰጠን ወደ ይሖዋ እንጸልይ። |
3,744 | am_tg | ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት ሊያበረታህ ይችላል። | የሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ ኼበርትዓካ ይኽእል እዩ። |
3,745 | tg_am | የሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ ኼበርትዓካ ይኽእል እዩ። | ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት ሊያበረታህ ይችላል። |
3,746 | am_tg | ፈተና ሲያጋጥምህ የገለልተኝነት አቋምህን ለመጠበቅ ሊረዱህ በሚችሉ ጥቅሶች ላይ አሰላስል። | ነቲ ኣብ ትሕቲ ፈተና ገለልትነትካ ንምሕላው ዚሕግዘካ ጥቕስታት ኣስተንትነሉ። |
3,747 | tg_am | ነቲ ኣብ ትሕቲ ፈተና ገለልትነትካ ንምሕላው ዚሕግዘካ ጥቕስታት ኣስተንትነሉ። | ፈተና ሲያጋጥምህ የገለልተኝነት አቋምህን ለመጠበቅ ሊረዱህ በሚችሉ ጥቅሶች ላይ አሰላስል። |
3,748 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ ማግኘት የማትችልበት አጋጣሚ ቢፈጠር ከእነዚህ ጥቅሶች ማበረታቻ ማግኘት እንድትችል ጥቅሶቹን በቃልህ ለመያዝ ሞክር። | ደሓር መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘይትረኽበሉ እዋን ምእንቲ ኼጽንዓካ ድማ፡ ካብ ሕጂ ሸምድዶ። |
3,749 | tg_am | ደሓር መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘይትረኽበሉ እዋን ምእንቲ ኼጽንዓካ ድማ፡ ካብ ሕጂ ሸምድዶ። | መጽሐፍ ቅዱስ ማግኘት የማትችልበት አጋጣሚ ቢፈጠር ከእነዚህ ጥቅሶች ማበረታቻ ማግኘት እንድትችል ጥቅሶቹን በቃልህ ለመያዝ ሞክር። |
3,750 | am_tg | በተጨማሪም መጽሐፍ ቅዱስ፣ የአምላክ መንግሥት ወደፊት ስለሚያመጣቸው በረከቶች ያለን ተስፋ እውን ሆኖ እንዲታየን ይረዳናል። | ቃል ኣምላኽ ነቲ ብዛዕባ በረኸት መንግስቲ ኣምላኽ ዘሎና ተስፋ እውን ኬደልድሎ ይኽእል እዩ። |
3,751 | tg_am | ቃል ኣምላኽ ነቲ ብዛዕባ በረኸት መንግስቲ ኣምላኽ ዘሎና ተስፋ እውን ኬደልድሎ ይኽእል እዩ። | በተጨማሪም መጽሐፍ ቅዱስ፣ የአምላክ መንግሥት ወደፊት ስለሚያመጣቸው በረከቶች ያለን ተስፋ እውን ሆኖ እንዲታየን ይረዳናል። |
3,752 | am_tg | ስደት ሲደርስብን መጽናት እንድንችል ይህ ተስፋ ያስፈልገናል። | መስጐጕቲ ኽንጻወር እንተ ዄንና፡ እዚ ተስፋ እዚ ኣገዳሲ እዩ። |
3,753 | tg_am | መስጐጕቲ ኽንጻወር እንተ ዄንና፡ እዚ ተስፋ እዚ ኣገዳሲ እዩ። | ስደት ሲደርስብን መጽናት እንድንችል ይህ ተስፋ ያስፈልገናል። |
3,754 | am_tg | ስለምትጓጓላቸው በረከቶች በሚገልጹ ጥቅሶች ላይ አሰላስል፤ በገነት ውስጥ እነዚህን በረከቶች ስታገኝ የሚኖረውን ሁኔታ በዓይነ ሕሊናህ ለመሳል ሞክር። | ብዛዕባ እቲ ኽትረኽቦ እትደሊ በረኸት ዚገልጽ ጥቕስታት ሕረ እሞ፡ ነቲ በረኸት እቲ ኣብ ገነት ከም እትረኽቦ ጌርካ ብኣእምሮኻ ስኣሎ። |
3,755 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ኽትረኽቦ እትደሊ በረኸት ዚገልጽ ጥቕስታት ሕረ እሞ፡ ነቲ በረኸት እቲ ኣብ ገነት ከም እትረኽቦ ጌርካ ብኣእምሮኻ ስኣሎ። | ስለምትጓጓላቸው በረከቶች በሚገልጹ ጥቅሶች ላይ አሰላስል፤ በገነት ውስጥ እነዚህን በረከቶች ስታገኝ የሚኖረውን ሁኔታ በዓይነ ሕሊናህ ለመሳል ሞክር። |
3,756 | am_tg | በምድር ላይ ያሉ የይሖዋ ታማኝ አገልጋዮችን ወይም ምሥክሮቹን ያቀፈ አንድ ልዩ ድርጅት አለ። | ኣብ ምድሪ ዘለዉ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ፡ ማለት መሰኻኽሩ፡ ፍልይቲ ውድብ ኣቚሞም እዮም። |
3,757 | tg_am | ኣብ ምድሪ ዘለዉ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ፡ ማለት መሰኻኽሩ፡ ፍልይቲ ውድብ ኣቚሞም እዮም። | በምድር ላይ ያሉ የይሖዋ ታማኝ አገልጋዮችን ወይም ምሥክሮቹን ያቀፈ አንድ ልዩ ድርጅት አለ። |
3,758 | am_tg | እርግጥ ነው፣ እነዚህ ሰዎች ፍጽምና የጎደላቸው በመሆናቸው ስህተት ይሠራሉ። | ኣባላት እታ ውድብ እቲኣ ዘይፍጹማትን ጕድለታት ዘለዎምን ምዃኖም ንጹር እዩ። |
3,759 | tg_am | ኣባላት እታ ውድብ እቲኣ ዘይፍጹማትን ጕድለታት ዘለዎምን ምዃኖም ንጹር እዩ። | እርግጥ ነው፣ እነዚህ ሰዎች ፍጽምና የጎደላቸው በመሆናቸው ስህተት ይሠራሉ። |
3,760 | am_tg | ያም ሆኖ አምላክ፣ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ዓለም አቀፉን ጉባኤ በመባረክ እያደገና እየተጠናከረ እንዲሄድ አድርጓል። | ምስናይዚ ግና፡ ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ነዛ ዓለምለኻዊት ጉባኤ ኸም እትስስንን ከም እትብልጽግን ኪገብር ጸኒሑ እዩ። |
3,761 | tg_am | ምስናይዚ ግና፡ ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ነዛ ዓለምለኻዊት ጉባኤ ኸም እትስስንን ከም እትብልጽግን ኪገብር ጸኒሑ እዩ። | ያም ሆኖ አምላክ፣ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ዓለም አቀፉን ጉባኤ በመባረክ እያደገና እየተጠናከረ እንዲሄድ አድርጓል። |
3,762 | am_tg | የዚህ ሥርዓት የመጨረሻ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በምድር ላይ የነበሩት የአምላክ አገልጋዮች በአንጻራዊ ሁኔታ ትንሽ ነበሩ። | ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት እዚ ስርዓት እዚ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፡ ኣብ ምድሪ ዝነበሩ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ብተዛማዲ ሒደት እዮም ነይሮም። |
3,763 | tg_am | ብ1914 ዳሕሮት መዓልትታት እዚ ስርዓት እዚ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፡ ኣብ ምድሪ ዝነበሩ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ብተዛማዲ ሒደት እዮም ነይሮም። | የዚህ ሥርዓት የመጨረሻ ቀናት በ1914 ሲጀምሩ በምድር ላይ የነበሩት የአምላክ አገልጋዮች በአንጻራዊ ሁኔታ ትንሽ ነበሩ። |
3,764 | am_tg | ይሁንና ይሖዋ የስብከቱን ሥራቸውን ባርኮታል። | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ንዕዮ ስብከቶም ባሪኽዎ እዩ። |
3,765 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ንዕዮ ስብከቶም ባሪኽዎ እዩ። | ይሁንና ይሖዋ የስብከቱን ሥራቸውን ባርኮታል። |
3,766 | am_tg | በቀጣዮቹ አሥርተ ዓመታት በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ ሰዎች የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት ተምረው የይሖዋ ምሥክሮች ሆነዋል። | ኣብቲ ቐጺሉ ዝነበረ ዓመታት፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሓደስቲ ሰባት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ተማሂሮም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኰይኖም እዮም። |
3,767 | tg_am | ኣብቲ ቐጺሉ ዝነበረ ዓመታት፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሓደስቲ ሰባት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ተማሂሮም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኰይኖም እዮም። | በቀጣዮቹ አሥርተ ዓመታት በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ ሰዎች የመጽሐፍ ቅዱስን እውነት ተምረው የይሖዋ ምሥክሮች ሆነዋል። |
3,768 | am_tg | ይሖዋ ይህን አስደናቂ እድገት በተመለከተ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ከተናገረ በኋላ እኔ ይሖዋ፣ ይህን በራሱ ጊዜ አፋጥነዋለሁ ብሏል። | የሆዋ ብዛዕባ እዚ ዜደንቕ ዕቤት እዚ፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድሕሪ ምዝራቡ፡ ኣነ የሆዋ ነዚ ብግዜኡ ኸፍጥኖ እየ ብምባል ተነብዩ ነይሩ እዩ። |
3,769 | tg_am | የሆዋ ብዛዕባ እዚ ዜደንቕ ዕቤት እዚ፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ድሕሪ ምዝራቡ፡ ኣነ የሆዋ ነዚ ብግዜኡ ኸፍጥኖ እየ ብምባል ተነብዩ ነይሩ እዩ። | ይሖዋ ይህን አስደናቂ እድገት በተመለከተ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ከተናገረ በኋላ እኔ ይሖዋ፣ ይህን በራሱ ጊዜ አፋጥነዋለሁ ብሏል። |
3,770 | am_tg | ይህ ትንቢት በእነዚህ የመጨረሻ ቀናት ፍጻሜውን እንዳገኘ በግልጽ ማየት ይቻላል። | እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልታት ይፍጸም ኣሎ። |
3,771 | tg_am | እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልታት ይፍጸም ኣሎ። | ይህ ትንቢት በእነዚህ የመጨረሻ ቀናት ፍጻሜውን እንዳገኘ በግልጽ ማየት ይቻላል። |
3,772 | am_tg | የይሖዋ ሕዝቦች እንደ አንድ ታላቅ ብሔር ሆነዋል፤ እንዲያውም በአሁኑ ወቅት፣ በምድር ላይ ካሉት የአምላክ ሕዝቦች አጠቃላይ ቁጥር ያነሰ የሕዝብ ብዛት ያላቸው በርካታ አገራት አሉ። | ኣብ ምድሪ ዘሎ ቝጽሪ ህዝቢ ኣምላኽ፡ ካብ ቍጽሪ ህዝቢ ሓያሎ ሃገራት ይበዝሕ። |
3,773 | tg_am | ኣብ ምድሪ ዘሎ ቝጽሪ ህዝቢ ኣምላኽ፡ ካብ ቍጽሪ ህዝቢ ሓያሎ ሃገራት ይበዝሕ። | የይሖዋ ሕዝቦች እንደ አንድ ታላቅ ብሔር ሆነዋል፤ እንዲያውም በአሁኑ ወቅት፣ በምድር ላይ ካሉት የአምላክ ሕዝቦች አጠቃላይ ቁጥር ያነሰ የሕዝብ ብዛት ያላቸው በርካታ አገራት አሉ። |
3,774 | am_tg | ኢየሱስ፣ በሰማይ ያለው አባቱ ለወፎች የሚያስፈልጋቸውን ነገር እያሟላ የሰው ልጆችን መሠረታዊ ፍላጎት ችላ ይላል ብሎ ማሰብ ፈጽሞ የማይመስል ነገር እንደሆነ ተሰምቶታል። | ብዓይኒ የሱስ፡ እቲ ሰማያዊ ኣቦኡ ንኣዕዋፍ ከምዚ ገይሩ ዚምግበን ካብ ኰነ፡ ንደቂ ሰብ ዜድልዮም መሰረታዊ ነገራት ከይሓለየ ኺተርፍ ዘይመስል እዩ ነይሩ። |
3,775 | tg_am | ብዓይኒ የሱስ፡ እቲ ሰማያዊ ኣቦኡ ንኣዕዋፍ ከምዚ ገይሩ ዚምግበን ካብ ኰነ፡ ንደቂ ሰብ ዜድልዮም መሰረታዊ ነገራት ከይሓለየ ኺተርፍ ዘይመስል እዩ ነይሩ። | ኢየሱስ፣ በሰማይ ያለው አባቱ ለወፎች የሚያስፈልጋቸውን ነገር እያሟላ የሰው ልጆችን መሠረታዊ ፍላጎት ችላ ይላል ብሎ ማሰብ ፈጽሞ የማይመስል ነገር እንደሆነ ተሰምቶታል። |
3,776 | am_tg | እርግጥ ነው፣ አምላክ ምግቡን አፋችን ላይ አያደርግልንም፤ ምግባችንን ለማግኘት ማረስ አሊያም እህሉን ለመግዛት የሚያስችለንን ገንዘብ ለማግኘት መሥራት ይኖርብናል፤ ይሖዋም የምናደርገውን ጥረት ይባርክልናል። | የሆዋ ንዓና ዘየዀልሰና እኳ እንተ ዀነ፡ እኽሊ ንምብቋል ወይ ንመዓልታዊ ቐለብና ዚኸውን ገንዘብ ንምርካብ እንገብሮ ጻዕርታት ይባርኾ እዩ። |
3,777 | tg_am | የሆዋ ንዓና ዘየዀልሰና እኳ እንተ ዀነ፡ እኽሊ ንምብቋል ወይ ንመዓልታዊ ቐለብና ዚኸውን ገንዘብ ንምርካብ እንገብሮ ጻዕርታት ይባርኾ እዩ። | እርግጥ ነው፣ አምላክ ምግቡን አፋችን ላይ አያደርግልንም፤ ምግባችንን ለማግኘት ማረስ አሊያም እህሉን ለመግዛት የሚያስችለንን ገንዘብ ለማግኘት መሥራት ይኖርብናል፤ ይሖዋም የምናደርገውን ጥረት ይባርክልናል። |
3,778 | am_tg | ከተቸገርን ደግሞ ሌሎች ያላቸውን እንዲያካፍሉን ሊያነሳሳቸው ይችላል። | ካልኦት ዘለዎም ኬካፍሉና እውን ኪድርኾም ይኽእል እዩ። |
3,779 | tg_am | ካልኦት ዘለዎም ኬካፍሉና እውን ኪድርኾም ይኽእል እዩ። | ከተቸገርን ደግሞ ሌሎች ያላቸውን እንዲያካፍሉን ሊያነሳሳቸው ይችላል። |
3,780 | am_tg | ኢየሱስ የሰማይ ወፎች መጠለያ ስለሚያገኙበት መንገድ ባይጠቅስም ይሖዋ፣ ጎጇቸውን ለመሥራት የሚያስችላቸውን ችሎታና የሚያስፈልጓቸውን ነገሮች ሰጥቷቸዋል። | የሱስ ብዛዕባ እቲ ኣዕዋፍ ሰማይ ዚነብራሉ መጽለሊ ኣይጠቐሰን፣ እንተዀነ ግና፡ የሆዋ ንኣዕዋፍ፡ ሰፈረን ኪሰርሓ ዜድልየን ባህረታዊ ኽእለትን ናውትን ከም ዝሃበን ፍሉጥ እዩ። |
3,781 | tg_am | የሱስ ብዛዕባ እቲ ኣዕዋፍ ሰማይ ዚነብራሉ መጽለሊ ኣይጠቐሰን፣ እንተዀነ ግና፡ የሆዋ ንኣዕዋፍ፡ ሰፈረን ኪሰርሓ ዜድልየን ባህረታዊ ኽእለትን ናውትን ከም ዝሃበን ፍሉጥ እዩ። | ኢየሱስ የሰማይ ወፎች መጠለያ ስለሚያገኙበት መንገድ ባይጠቅስም ይሖዋ፣ ጎጇቸውን ለመሥራት የሚያስችላቸውን ችሎታና የሚያስፈልጓቸውን ነገሮች ሰጥቷቸዋል። |
3,782 | am_tg | ይሖዋ፣ እኛም በተመሳሳይ ቤተሰባችንን የምናስጠልልበት ጎጆ እንድናገኝ ይረዳናል። | ብተመሳሳሊ፡ ንስድራ ቤትና ዜድልየና እኹል ቤት ንምርካብ፡ የሆዋ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። |
3,783 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ ንስድራ ቤትና ዜድልየና እኹል ቤት ንምርካብ፡ የሆዋ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። | ይሖዋ፣ እኛም በተመሳሳይ ቤተሰባችንን የምናስጠልልበት ጎጆ እንድናገኝ ይረዳናል። |
3,784 | am_tg | ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን የተናገረው፣ ከጥቂት ጊዜ በኋላ ሕይወቱን ለሰው ልጆች አሳልፎ እንደሚሰጥ በአእምሮው ይዞ መሆን አለበት። | የሱስ ነተን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዚርከባ ቓላት ኪብል ከሎ፡ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ህይወቱ ኣብ ክንዲ ደቂ ሰብ ከም ዚህብ ይሓስብ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
3,785 | tg_am | የሱስ ነተን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዚርከባ ቓላት ኪብል ከሎ፡ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ህይወቱ ኣብ ክንዲ ደቂ ሰብ ከም ዚህብ ይሓስብ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን የተናገረው፣ ከጥቂት ጊዜ በኋላ ሕይወቱን ለሰው ልጆች አሳልፎ እንደሚሰጥ በአእምሮው ይዞ መሆን አለበት። |
3,786 | am_tg | ጋር አወዳድር። | —ምስ ኣረኣኢ። |
3,787 | tg_am | —ምስ ኣረኣኢ። | ጋር አወዳድር። |
3,788 | am_tg | ኢየሱስ የሞተው ለሰማይ ወፎች ሳይሆን እኛ የሰው ልጆች የዘላለም ሕይወት እንድናገኝ ነው። | የሱስ ንኣዕዋፍ ሰማይ ኣይሞተለንን፣ መወዳእታ ዘይብሉ ህይወት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ምእንታና እዩ ሞይቱ። |
3,789 | tg_am | የሱስ ንኣዕዋፍ ሰማይ ኣይሞተለንን፣ መወዳእታ ዘይብሉ ህይወት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ምእንታና እዩ ሞይቱ። | ኢየሱስ የሞተው ለሰማይ ወፎች ሳይሆን እኛ የሰው ልጆች የዘላለም ሕይወት እንድናገኝ ነው። |
3,790 | am_tg | ሰርዥ እና ባለቤቱ ሚውሪዬል በሌላ ቋንቋ በሚመራ ጉባኤ ውስጥ ከሦስት ዓመት በላይ ካገለገሉ በኋላ፣ የ17 ዓመት ልጃቸው በቲኦክራሲያዊ እንቅስቃሴዎች መካፈል እንደማያስደስተው አስተዋሉ። | ሰርዥን ሰበይቱ ምዩሪየልን ኣብ ቋንቋ ወጻኢ ሰለስተ ዓመት ድሕሪ ምግልጋሎም፡ ወዲ 17 ዓመት ወዶም ብቲኦክራስያዊ ንጥፈታቱ ሕጉስ ዘይምዃኑ ኣስተብሂሎም። |
3,791 | tg_am | ሰርዥን ሰበይቱ ምዩሪየልን ኣብ ቋንቋ ወጻኢ ሰለስተ ዓመት ድሕሪ ምግልጋሎም፡ ወዲ 17 ዓመት ወዶም ብቲኦክራስያዊ ንጥፈታቱ ሕጉስ ዘይምዃኑ ኣስተብሂሎም። | ሰርዥ እና ባለቤቱ ሚውሪዬል በሌላ ቋንቋ በሚመራ ጉባኤ ውስጥ ከሦስት ዓመት በላይ ካገለገሉ በኋላ፣ የ17 ዓመት ልጃቸው በቲኦክራሲያዊ እንቅስቃሴዎች መካፈል እንደማያስደስተው አስተዋሉ። |
3,792 | am_tg | ሰርዥ እንዲህ ብሏል፦ ይህ ሁኔታ ልጃችን መንፈሳዊ እድገት እንዳያደርግ እንቅፋት እንደሆነበት ስናስተውል ወደ ቀድሞ ጉባኤያችን ለመመለስ ወሰንን። | ሰርዥ፡ እዚ ዅነታት እዚ ንወድና መንፈሳዊ ዕቤት ከይገብር ዕንቅፋት ከም ዝዀኖ ምስ ፈለጥና፡ ናብ ናይ ቀደም ጉባኤና ኽንምለስ ወሲንና ኢሉ ይገልጽ። |
3,793 | tg_am | ሰርዥ፡ እዚ ዅነታት እዚ ንወድና መንፈሳዊ ዕቤት ከይገብር ዕንቅፋት ከም ዝዀኖ ምስ ፈለጥና፡ ናብ ናይ ቀደም ጉባኤና ኽንምለስ ወሲንና ኢሉ ይገልጽ። | ሰርዥ እንዲህ ብሏል፦ ይህ ሁኔታ ልጃችን መንፈሳዊ እድገት እንዳያደርግ እንቅፋት እንደሆነበት ስናስተውል ወደ ቀድሞ ጉባኤያችን ለመመለስ ወሰንን። |
3,794 | am_tg | ወላጆች ወደ ቀድሞ ጉባኤያቸው ለመመለስ እንዲወስኑ የሚያደርጋቸው ምን ሊሆን ይችላል? | ወለዲ፡ ከምኡ ንምግባር እንታይ ረቛሒታት ኪድርኾም ይኽእል፧ |
3,795 | tg_am | ወለዲ፡ ከምኡ ንምግባር እንታይ ረቛሒታት ኪድርኾም ይኽእል፧ | ወላጆች ወደ ቀድሞ ጉባኤያቸው ለመመለስ እንዲወስኑ የሚያደርጋቸው ምን ሊሆን ይችላል? |
3,796 | am_tg | በመጀመሪያ ደረጃ፣ በአንድ በኩል ልጆቻቸው ይሖዋን እንዲወዱ እየረዱ በሌላ በኩል ደግሞ ለልጆቻቸው አዲስ ቋንቋ ለማስተማር የሚያስፈልገው ጊዜና ኃይል ያላቸው መሆኑን መመርመር ይኖርባቸዋል። | ቀዳማይ፡ ንደቆም ቋንቋ ወጻኢ እናመሃሩ፡ ኣብ ልቦም ፍቕሪ የሆዋ ንምስራጽ እኹል ግዜን ዓቕምን እንተ ኣልይዎም ኪሓስቡሉ ኣለዎም። |
3,797 | tg_am | ቀዳማይ፡ ንደቆም ቋንቋ ወጻኢ እናመሃሩ፡ ኣብ ልቦም ፍቕሪ የሆዋ ንምስራጽ እኹል ግዜን ዓቕምን እንተ ኣልይዎም ኪሓስቡሉ ኣለዎም። | በመጀመሪያ ደረጃ፣ በአንድ በኩል ልጆቻቸው ይሖዋን እንዲወዱ እየረዱ በሌላ በኩል ደግሞ ለልጆቻቸው አዲስ ቋንቋ ለማስተማር የሚያስፈልገው ጊዜና ኃይል ያላቸው መሆኑን መመርመር ይኖርባቸዋል። |
3,798 | am_tg | ሁለተኛ፣ ልጆቻቸው ለመንፈሳዊ ነገሮች ያላቸው ጉጉት እንደቀነሰ አሊያም በሌላ ቋንቋ በሚመራ ጉባኤ ውስጥ ለማገልገል ፍላጎት እንደሌላቸው ይገነዘቡ ይሆናል። | ካልኣይ፡ ደቆም ንመንፈሳዊ ንጥፈታት ወይ ንቛንቋ ወጻኢ ተገዳስነት ከም ዘይብሎም የስተብህሉ ይዀኑ። |
3,799 | tg_am | ካልኣይ፡ ደቆም ንመንፈሳዊ ንጥፈታት ወይ ንቛንቋ ወጻኢ ተገዳስነት ከም ዘይብሎም የስተብህሉ ይዀኑ። | ሁለተኛ፣ ልጆቻቸው ለመንፈሳዊ ነገሮች ያላቸው ጉጉት እንደቀነሰ አሊያም በሌላ ቋንቋ በሚመራ ጉባኤ ውስጥ ለማገልገል ፍላጎት እንደሌላቸው ይገነዘቡ ይሆናል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.