Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
3,800 | am_tg | ክርስቲያን ወላጆች እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ካስተዋሉ፣ ልጆቻቸው እውነትን አጥብቀው እስኪይዙ ድረስ ልጆቹ በደንብ በሚረዱት ቋንቋ ወደሚመራ ጉባኤ ለመመለስ ሊወስኑ ይችላሉ። | ኣብ ትሕቲ ኸምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ውሉዳት ኣብ ሓቂ ጸኒዖም ክሳዕ ዜትክሉ፡ ክርስትያን ወለዲ ብቛንቋ ውሉዳቶም ናብ እትጥቀም ጉባኤ ኺግዕዙ ይኽእሉ እዮም። |
3,801 | tg_am | ኣብ ትሕቲ ኸምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ውሉዳት ኣብ ሓቂ ጸኒዖም ክሳዕ ዜትክሉ፡ ክርስትያን ወለዲ ብቛንቋ ውሉዳቶም ናብ እትጥቀም ጉባኤ ኺግዕዙ ይኽእሉ እዮም። | ክርስቲያን ወላጆች እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ካስተዋሉ፣ ልጆቻቸው እውነትን አጥብቀው እስኪይዙ ድረስ ልጆቹ በደንብ በሚረዱት ቋንቋ ወደሚመራ ጉባኤ ለመመለስ ሊወስኑ ይችላሉ። |
3,802 | am_tg | አምላክን ለበርካታ ዓመታት ያገለገለ ክርስቲያንም እንኳ በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ሊጀምር ይችላል። | ሓደ ክርስትያን ንሓያሎ ዓመታት ንኣምላኽ ድሕሪ ምግልጋሉ፡ ናይ ስጋ ምሕሳብ ኪጅምር ይኽእል እዩ። |
3,803 | tg_am | ሓደ ክርስትያን ንሓያሎ ዓመታት ንኣምላኽ ድሕሪ ምግልጋሉ፡ ናይ ስጋ ምሕሳብ ኪጅምር ይኽእል እዩ። | አምላክን ለበርካታ ዓመታት ያገለገለ ክርስቲያንም እንኳ በሥጋዊ ነገሮች ላይ ማተኮር ሊጀምር ይችላል። |
3,804 | am_tg | ጳውሎስ ይህን ማስጠንቀቂያ ሲሰጥ ስለ ምግብ፣ ስለ ሥራ፣ ስለ መዝናኛ እንዲሁም ስለ ፍቅር ግንኙነት ጨርሶ ማሰብ እንደሌለብን መግለጹ አልነበረም። | ከምዚ ኺብሃል ከሎ፡ ብዛዕባ ምግቢ፡ ስራሕ፡ መዘናግዒ፡ ወይ ብዛዕባ እቲ ምስ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ፍቕሪ ሓሓሊፉ ምሕሳቡ ኣይኰነን ዜመልክት። |
3,805 | tg_am | ከምዚ ኺብሃል ከሎ፡ ብዛዕባ ምግቢ፡ ስራሕ፡ መዘናግዒ፡ ወይ ብዛዕባ እቲ ምስ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ፍቕሪ ሓሓሊፉ ምሕሳቡ ኣይኰነን ዜመልክት። | ጳውሎስ ይህን ማስጠንቀቂያ ሲሰጥ ስለ ምግብ፣ ስለ ሥራ፣ ስለ መዝናኛ እንዲሁም ስለ ፍቅር ግንኙነት ጨርሶ ማሰብ እንደሌለብን መግለጹ አልነበረም። |
3,806 | am_tg | ማንኛውም የአምላክ አገልጋይ በሕይወቱ ውስጥ ስለ እነዚህ ነገሮች ማሰቡ አይቀርም። | እዚ ሓደ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ዚሓስቦ ንቡር መዳያት ህይወት እዩ። |
3,807 | tg_am | እዚ ሓደ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ዚሓስቦ ንቡር መዳያት ህይወት እዩ። | ማንኛውም የአምላክ አገልጋይ በሕይወቱ ውስጥ ስለ እነዚህ ነገሮች ማሰቡ አይቀርም። |
3,808 | am_tg | ኢየሱስ በምግብ ይደሰት የነበረ ሲሆን ሌሎችንም መግቧል። | የሱስ ምግቢ በሊዑ፡ ንኻልኦት እውን መጊቡ እዩ። |
3,809 | tg_am | የሱስ ምግቢ በሊዑ፡ ንኻልኦት እውን መጊቡ እዩ። | ኢየሱስ በምግብ ይደሰት የነበረ ሲሆን ሌሎችንም መግቧል። |
3,810 | am_tg | መዝናኛም ቢሆን አስፈላጊ መሆኑን ያውቅ ነበር። | ዕረፍቲ ኸም ዜድሊ እውን የስተውዕል ነይሩ እዩ። |
3,811 | tg_am | ዕረፍቲ ኸም ዜድሊ እውን የስተውዕል ነይሩ እዩ። | መዝናኛም ቢሆን አስፈላጊ መሆኑን ያውቅ ነበር። |
3,812 | am_tg | ጳውሎስም በትዳር ውስጥ ፍቅርን መግለጽ ተገቢ መሆኑን በደብዳቤው ላይ ገልጿል። | ጳውሎስ ከኣ፡ ጾታዊ ርክብ ኣብ ሓዳር ኣገዳሲ ቦታ ኸም ዘለዎ ጽሒፉ እዩ። |
3,813 | tg_am | ጳውሎስ ከኣ፡ ጾታዊ ርክብ ኣብ ሓዳር ኣገዳሲ ቦታ ኸም ዘለዎ ጽሒፉ እዩ። | ጳውሎስም በትዳር ውስጥ ፍቅርን መግለጽ ተገቢ መሆኑን በደብዳቤው ላይ ገልጿል። |
3,814 | am_tg | ጳውሎስ የተጠቀመበት የግሪክኛ ቃል አእምሮን ወይም ልብን በአንድ ነገር ላይ ማሳረፍ፣ የታሰበበት ግብ ለማውጣት የማመዛዘን ችሎታን መጠቀም የሚል ትርጉም አለው። | እታ ጳውሎስ እተጠቕመላ ቓል፡ ንዝንባለ ወይ ንኣረኣእያ እተጕልሕ ኰይና፡ ኣእምሮኻ ወይ ልብኻ ኣብ ሓደ ነገር ምግባር፡ ሓሲብካ ምውጣን ማለት እያ። |
3,815 | tg_am | እታ ጳውሎስ እተጠቕመላ ቓል፡ ንዝንባለ ወይ ንኣረኣእያ እተጕልሕ ኰይና፡ ኣእምሮኻ ወይ ልብኻ ኣብ ሓደ ነገር ምግባር፡ ሓሲብካ ምውጣን ማለት እያ። | ጳውሎስ የተጠቀመበት የግሪክኛ ቃል አእምሮን ወይም ልብን በአንድ ነገር ላይ ማሳረፍ፣ የታሰበበት ግብ ለማውጣት የማመዛዘን ችሎታን መጠቀም የሚል ትርጉም አለው። |
3,816 | am_tg | እንደ ሥጋ ፈቃድ የሚኖሩ ሰዎች የኃጢአት ዝንባሌዎቻቸው ሕይወታቸውን እንዲመሩት ይፈቅዳሉ። | እቶም ብስጋ ዚነብሩ፡ ናብራ ህይወቶም ብሓጥእ ሰብኣዊ ተፈጥሮኦም ኪውሰን እዮም ዚሓድግዎ። |
3,817 | tg_am | እቶም ብስጋ ዚነብሩ፡ ናብራ ህይወቶም ብሓጥእ ሰብኣዊ ተፈጥሮኦም ኪውሰን እዮም ዚሓድግዎ። | እንደ ሥጋ ፈቃድ የሚኖሩ ሰዎች የኃጢአት ዝንባሌዎቻቸው ሕይወታቸውን እንዲመሩት ይፈቅዳሉ። |
3,818 | am_tg | አንድ ምሁር ላይ ስለተጠቀሱት ሰዎች ሲናገሩ ትኩረታቸውን የሚስበው ማለትም ከምንም በላይ የሚማርካቸው፣ አዘውትረው የሚያወሩትና የሚሠሩት እንዲሁም የሚያስደስታቸው ሥጋዊ ነገር ነው ብለዋል። | ሓደ ምሁር ብዛዕባ ኺገልጽ ከሎ፡ እቶም ናይ ስጋ ዚሓስቡ፡ ብዛዕባ ናይ ስጋ ኣጸቢቖም ይግደሱ፡ ወትሩ ብዛዕባኡ ይዛረቡ እዮም ይብል። |
3,819 | tg_am | ሓደ ምሁር ብዛዕባ ኺገልጽ ከሎ፡ እቶም ናይ ስጋ ዚሓስቡ፡ ብዛዕባ ናይ ስጋ ኣጸቢቖም ይግደሱ፡ ወትሩ ብዛዕባኡ ይዛረቡ እዮም ይብል። | አንድ ምሁር ላይ ስለተጠቀሱት ሰዎች ሲናገሩ ትኩረታቸውን የሚስበው ማለትም ከምንም በላይ የሚማርካቸው፣ አዘውትረው የሚያወሩትና የሚሠሩት እንዲሁም የሚያስደስታቸው ሥጋዊ ነገር ነው ብለዋል። |
3,820 | am_tg | ማንኛውም ሰው ለጊዜውም ቢሆን በሥጋዊ ምኞቶች ከተሸነፈ ከልኩ አልፎ ሊሄድ ይችላል። | ዝዀነ ይኹን ሰብ ብስጋዊ ትምኒት ኪስነፍ እንተ ፈቒዱ፡ ድፍረት ኬማዕብል ይኽእል እዩ። |
3,821 | tg_am | ዝዀነ ይኹን ሰብ ብስጋዊ ትምኒት ኪስነፍ እንተ ፈቒዱ፡ ድፍረት ኬማዕብል ይኽእል እዩ። | ማንኛውም ሰው ለጊዜውም ቢሆን በሥጋዊ ምኞቶች ከተሸነፈ ከልኩ አልፎ ሊሄድ ይችላል። |
3,822 | am_tg | ለራስ ክብር እንደ መፈለግ፣ ቅናትና ግልፍተኝነት ያሉት ባሕርያት በርካታ ሰዎችን የእብሪት ድርጊት ወደ መፈጸም መርተዋቸዋል። | ኣብ ጥቕሚ ርእስኻ ዘተኰረ ህርፋንን ቅንእን ቍጥዓን ንሓያሎ ሰባት ከም ዚዳፈሩ ገይርዎም እዩ። |
3,823 | tg_am | ኣብ ጥቕሚ ርእስኻ ዘተኰረ ህርፋንን ቅንእን ቍጥዓን ንሓያሎ ሰባት ከም ዚዳፈሩ ገይርዎም እዩ። | ለራስ ክብር እንደ መፈለግ፣ ቅናትና ግልፍተኝነት ያሉት ባሕርያት በርካታ ሰዎችን የእብሪት ድርጊት ወደ መፈጸም መርተዋቸዋል። |
3,824 | am_tg | እንደ አቢሴሎም፣ ዖዝያና ናቡከደነጾር ያሉ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የተጠቀሱ ሰዎች እንዲህ ባሉት የሥጋ ሥራዎች የተሸነፉ ሲሆን ይሖዋም የእብሪት ድርጊት በመፈጸማቸው እንዲዋረዱ አድርጓል። | ከም ኣቤሴሎምን ዑዝያን ነቡካድነጻርን ዝኣመሰሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት፡ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ግብሪ ስጋ ብምውዳቕ ስለ እተዳፈሩ፡ የሆዋ ኣዋሪድዎም እዩ። |
3,825 | tg_am | ከም ኣቤሴሎምን ዑዝያን ነቡካድነጻርን ዝኣመሰሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት፡ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ግብሪ ስጋ ብምውዳቕ ስለ እተዳፈሩ፡ የሆዋ ኣዋሪድዎም እዩ። | እንደ አቢሴሎም፣ ዖዝያና ናቡከደነጾር ያሉ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የተጠቀሱ ሰዎች እንዲህ ባሉት የሥጋ ሥራዎች የተሸነፉ ሲሆን ይሖዋም የእብሪት ድርጊት በመፈጸማቸው እንዲዋረዱ አድርጓል። |
3,826 | am_tg | ይሁንና አንድ ሰው ልኩን እንደማያውቅ የሚያሳይ ድርጊት እንዲፈጽም የሚያደርጉት ሌሎች ምክንያቶችም አሉ። | ንገሊኦም ትሕትና ኸየርእዩ ዕንቅፋት ዝዀኖም ካልእ ምኽንያታት እውን ኣሎ። |
3,827 | tg_am | ንገሊኦም ትሕትና ኸየርእዩ ዕንቅፋት ዝዀኖም ካልእ ምኽንያታት እውን ኣሎ። | ይሁንና አንድ ሰው ልኩን እንደማያውቅ የሚያሳይ ድርጊት እንዲፈጽም የሚያደርጉት ሌሎች ምክንያቶችም አሉ። |
3,828 | am_tg | እስቲ ላይ የሚገኙትን የመጽሐፍ ቅዱስ ዘገባዎች እንደ ምሳሌ እንመልከት። | ንኣብነት፡ ነቲ ኣብ ኣብ ዚርከብ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ እሞ ንርአ። |
3,829 | tg_am | ንኣብነት፡ ነቲ ኣብ ኣብ ዚርከብ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ እሞ ንርአ። | እስቲ ላይ የሚገኙትን የመጽሐፍ ቅዱስ ዘገባዎች እንደ ምሳሌ እንመልከት። |
3,830 | am_tg | አቢሜሌክ እና ጴጥሮስ የፈጸሙት ድርጊት እብሪተኛ መሆናቸውን የሚያሳይ ነው? | ኣቢሜሌክን ጴጥሮስን ተዳፊሮም ድዮም፧ |
3,831 | tg_am | ኣቢሜሌክን ጴጥሮስን ተዳፊሮም ድዮም፧ | አቢሜሌክ እና ጴጥሮስ የፈጸሙት ድርጊት እብሪተኛ መሆናቸውን የሚያሳይ ነው? |
3,832 | am_tg | ወይስ በዘገባው ላይ የተጠቀሰውን ድርጊት የፈጸሙት ስለ ጉዳዩ ሙሉ መረጃ ስላልነበራቸው አሊያም ስለተዘናጉ ይሆን? | ወይስ ህድእ ኢሎም ስለ ዘይሓሰቡ ወይ ንዅሉ እቲ ሓቅታት ስለ ዘይፈለጥዎ ደዀን ይኸውን፧ |
3,833 | tg_am | ወይስ ህድእ ኢሎም ስለ ዘይሓሰቡ ወይ ንዅሉ እቲ ሓቅታት ስለ ዘይፈለጥዎ ደዀን ይኸውን፧ | ወይስ በዘገባው ላይ የተጠቀሰውን ድርጊት የፈጸሙት ስለ ጉዳዩ ሙሉ መረጃ ስላልነበራቸው አሊያም ስለተዘናጉ ይሆን? |
3,834 | am_tg | ማናችንም ብንሆን የሰውን ልብ ማንበብ አንችልም፤ በመሆኑም ሰዎች አንድን ነገር ለማድረግ የተነሳሱበትን ውስጣዊ ግፊት በተመለከተ ፍርድ ከመስጠት መቆጠባችን ጥበብ ከመሆኑም ሌላ ለእነዚህ ሰዎች ፍቅር እንዳለን ያሳያል። | ልቢ ኸነንብብ ስለ ዘይንኽእል፡ ንሰባት እንታይ ድራኸ ኸም ዘለዎም ክንፈርድ የብልናን። |
3,835 | tg_am | ልቢ ኸነንብብ ስለ ዘይንኽእል፡ ንሰባት እንታይ ድራኸ ኸም ዘለዎም ክንፈርድ የብልናን። | ማናችንም ብንሆን የሰውን ልብ ማንበብ አንችልም፤ በመሆኑም ሰዎች አንድን ነገር ለማድረግ የተነሳሱበትን ውስጣዊ ግፊት በተመለከተ ፍርድ ከመስጠት መቆጠባችን ጥበብ ከመሆኑም ሌላ ለእነዚህ ሰዎች ፍቅር እንዳለን ያሳያል። |
3,836 | am_tg | ይሖዋ አስቀድሞ ስለወደደን እኛም እንወደዋለን። | ‘የሆዋ ቕድም ስለ ዘፍቀረና፡ ንሕና እውን ነፍቅሮ ኢና። |
3,837 | tg_am | ‘የሆዋ ቕድም ስለ ዘፍቀረና፡ ንሕና እውን ነፍቅሮ ኢና። | ይሖዋ አስቀድሞ ስለወደደን እኛም እንወደዋለን። |
3,838 | am_tg | ይሖዋ ለታማኝ አገልጋዮቹ ጥልቅ ፍቅር እንዳለው የሚያሳይበት አንዱ መንገድ የሚባርካቸው መሆኑ ነው። | ተበግሶ ወሲዱ ንእሙናት ኣገልገልቱ ዚባርኽ ምዃኑ ድማ ሓደ መግለጺ ፍቕሩ እዩ። |
3,839 | tg_am | ተበግሶ ወሲዱ ንእሙናት ኣገልገልቱ ዚባርኽ ምዃኑ ድማ ሓደ መግለጺ ፍቕሩ እዩ። | ይሖዋ ለታማኝ አገልጋዮቹ ጥልቅ ፍቅር እንዳለው የሚያሳይበት አንዱ መንገድ የሚባርካቸው መሆኑ ነው። |
3,840 | am_tg | ለይሖዋ ያለን ፍቅር እያደገ በሄደ መጠን አምላክ መኖሩንና ለሚወዳቸው ወሮታ ከፋይ መሆኑን ይበልጥ እርግጠኛ ስለምንሆን እምነታችን እየጠነከረ ይሄዳል። | ንኣምላኽ ብዘፍቀርናዮ መጠን፡ እምነትና ትድልድል እያ፣ ንሱ ኸም ዘሎን ነቶም ዜፍቅርዎ ዓስቢ ኸም ዚህቦምን ዘሎና እምነት ድማ ዝያዳ ይድልድል እዩ። |
3,841 | tg_am | ንኣምላኽ ብዘፍቀርናዮ መጠን፡ እምነትና ትድልድል እያ፣ ንሱ ኸም ዘሎን ነቶም ዜፍቅርዎ ዓስቢ ኸም ዚህቦምን ዘሎና እምነት ድማ ዝያዳ ይድልድል እዩ። | ለይሖዋ ያለን ፍቅር እያደገ በሄደ መጠን አምላክ መኖሩንና ለሚወዳቸው ወሮታ ከፋይ መሆኑን ይበልጥ እርግጠኛ ስለምንሆን እምነታችን እየጠነከረ ይሄዳል። |
3,842 | am_tg | ወሮታ ከፋይ መሆን የይሖዋ ማንነትና የመንገዶቹ አቢይ ገጽታ ነው። | የሆዋ ወሃብ ዓስቢ እዩ! እዚ ኸኣ ኣገዳሲ ኽፋል መንነቱን ተግባራቱን እዩ። |
3,843 | tg_am | የሆዋ ወሃብ ዓስቢ እዩ! እዚ ኸኣ ኣገዳሲ ኽፋል መንነቱን ተግባራቱን እዩ። | ወሮታ ከፋይ መሆን የይሖዋ ማንነትና የመንገዶቹ አቢይ ገጽታ ነው። |
3,844 | am_tg | አምላክ ከልብ ለሚፈልጉት ወሮታ ከፋይ መሆኑን እርግጠኞች ካልሆንን እምነታችን ሙሉ ሊሆን አይችልም፤ ምክንያቱም እምነት ተስፋ የተደረጉትን ነገሮች በእርግጠኝነት መጠበቅ ማለት ነው። | እምነት ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጽ ትጽቢት ስለ ዝዀነት፡ ኣምላኽ ነቶም ተጊሆም ዚደልይዎ ዓስቦም ከም ዚህቦም እንተ ዘይኣሚንና፡ እምነትና ፍጽምቲ ኣይትኸውንን። |
3,845 | tg_am | እምነት ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጽ ትጽቢት ስለ ዝዀነት፡ ኣምላኽ ነቶም ተጊሆም ዚደልይዎ ዓስቦም ከም ዚህቦም እንተ ዘይኣሚንና፡ እምነትና ፍጽምቲ ኣይትኸውንን። | አምላክ ከልብ ለሚፈልጉት ወሮታ ከፋይ መሆኑን እርግጠኞች ካልሆንን እምነታችን ሙሉ ሊሆን አይችልም፤ ምክንያቱም እምነት ተስፋ የተደረጉትን ነገሮች በእርግጠኝነት መጠበቅ ማለት ነው። |
3,846 | am_tg | በእርግጥም እምነት ማለት ይሖዋ ቃል የገባቸው በረከቶች መፈጸማቸው እንደማይቀር ሙሉ በሙሉ መተማመን ነው። | እወ፡ እምነት ነቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ርግጽ ኴንካ ምጽባይ ተጠቓልል። |
3,847 | tg_am | እወ፡ እምነት ነቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ርግጽ ኴንካ ምጽባይ ተጠቓልል። | በእርግጥም እምነት ማለት ይሖዋ ቃል የገባቸው በረከቶች መፈጸማቸው እንደማይቀር ሙሉ በሙሉ መተማመን ነው። |
3,848 | am_tg | በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ እንደተገለጸው ይሖዋ የእሱን በረከት እንድናገኝ ግብዣ አቅርቦልናል። | ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ኸም ተገልጸ፡ የሆዋ በረኸቱ ኽንረክብ ይዕድመና ኣሎ። |
3,849 | tg_am | ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ኸም ተገልጸ፡ የሆዋ በረኸቱ ኽንረክብ ይዕድመና ኣሎ። | በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ እንደተገለጸው ይሖዋ የእሱን በረከት እንድናገኝ ግብዣ አቅርቦልናል። |
3,850 | am_tg | ይሖዋ እንድንፈትነው ያቀረበውን ግብዣ በመቀበል አድናቆታችንንና አመስጋኝነታችንን እናሳያለን። | ነዚ የሆዋ ብልግሲ ዘቕረበልና ጻውዒት ምስ እንቕበሎ፡ ዓሚቝ ሞሳን ምስጋናን ከም ዘሎና ኢና እነርኢ። |
3,851 | tg_am | ነዚ የሆዋ ብልግሲ ዘቕረበልና ጻውዒት ምስ እንቕበሎ፡ ዓሚቝ ሞሳን ምስጋናን ከም ዘሎና ኢና እነርኢ። | ይሖዋ እንድንፈትነው ያቀረበውን ግብዣ በመቀበል አድናቆታችንንና አመስጋኝነታችንን እናሳያለን። |
3,852 | am_tg | ጥንት የነበሩ እውነተኛ የአምላክ አገልጋዮች እንዳደረጉት እኛም በምንታመምበት ጊዜ መጽናኛ፣ ጥበብና ድጋፍ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዞር ማለት እንችላለን። | እንተ ሓሚምና፡ ከምቲ ጥንቲ ዝነበሩ ናይ ሓቂ ኣምላኽቲ ዚረኽብዎ ዝነበሩ፡ ንሕና እውን ካብ ኣምላኽ ምጽንናዕን ጥበብን ደገፍን ክንረክብ ንኽእል ኢና። |
3,853 | tg_am | እንተ ሓሚምና፡ ከምቲ ጥንቲ ዝነበሩ ናይ ሓቂ ኣምላኽቲ ዚረኽብዎ ዝነበሩ፡ ንሕና እውን ካብ ኣምላኽ ምጽንናዕን ጥበብን ደገፍን ክንረክብ ንኽእል ኢና። | ጥንት የነበሩ እውነተኛ የአምላክ አገልጋዮች እንዳደረጉት እኛም በምንታመምበት ጊዜ መጽናኛ፣ ጥበብና ድጋፍ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዞር ማለት እንችላለን። |
3,854 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ዳዊት ይህን ሲል በዚያ ዘመን የኖረ ለተቸገረ የሚያስብ አንድ ሰው፣ ሞትን ፈጽሞ አያይም ማለቱ እንዳልነበረ እናውቃለን። | ይኹን እምበር፡ ብግዜ ዳዊት ዚነብር ዝነበረ እሞ ንድኻ ዝሓለየ ሰብ ንሓዋሩ ምንባር ከም ዘይቀጸለ ንፈልጥ ኢና። |
3,855 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ብግዜ ዳዊት ዚነብር ዝነበረ እሞ ንድኻ ዝሓለየ ሰብ ንሓዋሩ ምንባር ከም ዘይቀጸለ ንፈልጥ ኢና። | እርግጥ ነው፣ ዳዊት ይህን ሲል በዚያ ዘመን የኖረ ለተቸገረ የሚያስብ አንድ ሰው፣ ሞትን ፈጽሞ አያይም ማለቱ እንዳልነበረ እናውቃለን። |
3,856 | am_tg | በመሆኑም ዳዊት፣ በዕለቱ ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ሲጽፍ ለተቸገረ የሚያስብ ሰው በተአምራዊ ሁኔታ ሕይወቱ እንደሚቀጥልና ለዘላለም እንደሚኖር መናገሩ አይደለም። | ስለዚ፡ ዳዊት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኺጽሕፍ ከሎ፡ እቲ ሰብ እቲ ብተኣምራዊ መገዲ ንዘለኣለም ይነብር ማለቱ ኸም ዘይነበረ ኣይንስሕቶን ኢና። |
3,857 | tg_am | ስለዚ፡ ዳዊት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኺጽሕፍ ከሎ፡ እቲ ሰብ እቲ ብተኣምራዊ መገዲ ንዘለኣለም ይነብር ማለቱ ኸም ዘይነበረ ኣይንስሕቶን ኢና። | በመሆኑም ዳዊት፣ በዕለቱ ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ሲጽፍ ለተቸገረ የሚያስብ ሰው በተአምራዊ ሁኔታ ሕይወቱ እንደሚቀጥልና ለዘላለም እንደሚኖር መናገሩ አይደለም። |
3,858 | am_tg | በመንፈስ መሪነት የተጻፈው ይህ ሐሳብ አምላክ፣ ታማኝና ለሌሎች አሳቢ የሆኑ ሰዎችን እንደሚረዳ የሚጠቁም ነው። | የግዳስ፡ እዘን ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፋ ቓላት እዚአን፡ ኣምላኽ ነቲ ብተኣማንነት ሓልዮቱ ዜርኢ ሰብ ከም ዚድግፎ እየን ዜመልክታ። |
3,859 | tg_am | የግዳስ፡ እዘን ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፋ ቓላት እዚአን፡ ኣምላኽ ነቲ ብተኣማንነት ሓልዮቱ ዜርኢ ሰብ ከም ዚድግፎ እየን ዜመልክታ። | በመንፈስ መሪነት የተጻፈው ይህ ሐሳብ አምላክ፣ ታማኝና ለሌሎች አሳቢ የሆኑ ሰዎችን እንደሚረዳ የሚጠቁም ነው። |
3,860 | am_tg | የሚረዳቸው እንዴት ነው? | ብኸመይ፧ |
3,861 | tg_am | ብኸመይ፧ | የሚረዳቸው እንዴት ነው? |
3,862 | am_tg | ዳዊት ይህን ሲያብራራ ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ ይሖዋ ይደግፈዋል፤ በታመመበት ወቅት መኝታውን ሙሉ በሙሉ ትቀይርለታለህ ብሏል። | ዳዊት፡ የሆዋ ኣብ ዓራት ሕማሙ ኺድግፎ እዩ፣ ምስ ሓመመ፡ ንስኻ ንዓራቱ ምሉእ ብምሉእ ትልውጣ ኢሉ ገሊጹ ኣሎ። |
3,863 | tg_am | ዳዊት፡ የሆዋ ኣብ ዓራት ሕማሙ ኺድግፎ እዩ፣ ምስ ሓመመ፡ ንስኻ ንዓራቱ ምሉእ ብምሉእ ትልውጣ ኢሉ ገሊጹ ኣሎ። | ዳዊት ይህን ሲያብራራ ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ ይሖዋ ይደግፈዋል፤ በታመመበት ወቅት መኝታውን ሙሉ በሙሉ ትቀይርለታለህ ብሏል። |
3,864 | am_tg | ለተቸገረ አሳቢነት ያሳየ ሰው፣ አምላክ እሱንም ሆነ የታማኝነት አካሄዱን እንደማይረሳ እርግጠኛ መሆን ይችላል። | እወ፡ ንድኻ ዚሓልየሉ ሰብ፡ ኣምላኽ ነቲ ብተኣማንነት ዝገበሮ ተግባር ከም ዚፈልጦ ርግጸኛ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
3,865 | tg_am | እወ፡ ንድኻ ዚሓልየሉ ሰብ፡ ኣምላኽ ነቲ ብተኣማንነት ዝገበሮ ተግባር ከም ዚፈልጦ ርግጸኛ ኪኸውን ይኽእል እዩ። | ለተቸገረ አሳቢነት ያሳየ ሰው፣ አምላክ እሱንም ሆነ የታማኝነት አካሄዱን እንደማይረሳ እርግጠኛ መሆን ይችላል። |
3,866 | am_tg | በተጨማሪም አምላክ፣ ሰውነታችን ራሱን በራሱ የመጠገን ችሎታ እንዲኖረው አድርጎ ስለፈጠረን ግለሰቡ ከበሽታው ሊያገግም ይችላል። | እቲ ኣብ ሰብነቱ ዘሎ ኻብ ኣምላኽ እተዋህቦ ናይ ምሕዋይ ዓቕሚ ድማ ካብ ሕማሙ ምእንቲ ኺሓዊ ኺድግፎ ይኽእል እዩ። |
3,867 | tg_am | እቲ ኣብ ሰብነቱ ዘሎ ኻብ ኣምላኽ እተዋህቦ ናይ ምሕዋይ ዓቕሚ ድማ ካብ ሕማሙ ምእንቲ ኺሓዊ ኺድግፎ ይኽእል እዩ። | በተጨማሪም አምላክ፣ ሰውነታችን ራሱን በራሱ የመጠገን ችሎታ እንዲኖረው አድርጎ ስለፈጠረን ግለሰቡ ከበሽታው ሊያገግም ይችላል። |
3,868 | am_tg | አንድን ሰው መጽሐፍ ቅዱስ ለማስጠናት ስንዘጋጅ የምናሰላስልበት ጊዜ ያስፈልገናል። | መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ክንዳሎ ኸለና፡ ንምስትንታን ዚኸውን ግዜ ኽንምድብ ኣሎና። |
3,869 | tg_am | መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ክንዳሎ ኸለና፡ ንምስትንታን ዚኸውን ግዜ ኽንምድብ ኣሎና። | አንድን ሰው መጽሐፍ ቅዱስ ለማስጠናት ስንዘጋጅ የምናሰላስልበት ጊዜ ያስፈልገናል። |
3,870 | am_tg | እያንዳንዱን ተማሪ በአእምሯችን በመያዝ የምንዘጋጅ ከሆነ ተማሪው እድገት እንዲያደርግ ለመርዳት ምን ዓይነት የአመለካከት ጥያቄ ብንጠይቀው ወይም የትኛውን ምሳሌ ብንጠቀም የተሻለ እንደሆነ ልናስብ እንችላለን። | ንነፍሲ ወከፍ ተምሃራይ ኣብ ኣእምሮና ብምሓዝ፡ ነቲ ተምሃራይ ዕቤት ንምግባር ምእንቲ ኽንሕግዞ፡ ምሳሌታት ወይ ኣረኣእያኡ ንምፍላጥ ዚሕግዝ ሕቶታት ክንሓስብ ንኽእል ኢና። |
3,871 | tg_am | ንነፍሲ ወከፍ ተምሃራይ ኣብ ኣእምሮና ብምሓዝ፡ ነቲ ተምሃራይ ዕቤት ንምግባር ምእንቲ ኽንሕግዞ፡ ምሳሌታት ወይ ኣረኣእያኡ ንምፍላጥ ዚሕግዝ ሕቶታት ክንሓስብ ንኽእል ኢና። | እያንዳንዱን ተማሪ በአእምሯችን በመያዝ የምንዘጋጅ ከሆነ ተማሪው እድገት እንዲያደርግ ለመርዳት ምን ዓይነት የአመለካከት ጥያቄ ብንጠይቀው ወይም የትኛውን ምሳሌ ብንጠቀም የተሻለ እንደሆነ ልናስብ እንችላለን። |
3,872 | am_tg | እንዲህ በማድረግ የምናሳልፈው ጊዜ አስደሳች ሊሆን ይችላል፤ ምክንያቱም በእነዚህ ነገሮች ላይ ማሰላሰላችን የእኛን እምነት ያጠናክራል፤ እንዲሁም የመጽሐፍ ቅዱስ ተማሪያችንን ይበልጥ ውጤታማ በሆነ መንገድና በቅንዓት ለማስጠናት ያስችለናል። | በዚ ኸምዚ እነጥፍኦ ግዜ ባህ ዜብል ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ከመይሲ፡ ብዛዕባ እዚ ኽንሓስብ ከለና እምነትና ትድልድል እያ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስና ውጽኢታውን ውዕዉዕን ብዝዀነ መገዲ ኽንመርሕ ከኣ ይሕግዘና እዩ። |
3,873 | tg_am | በዚ ኸምዚ እነጥፍኦ ግዜ ባህ ዜብል ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ከመይሲ፡ ብዛዕባ እዚ ኽንሓስብ ከለና እምነትና ትድልድል እያ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስና ውጽኢታውን ውዕዉዕን ብዝዀነ መገዲ ኽንመርሕ ከኣ ይሕግዘና እዩ። | እንዲህ በማድረግ የምናሳልፈው ጊዜ አስደሳች ሊሆን ይችላል፤ ምክንያቱም በእነዚህ ነገሮች ላይ ማሰላሰላችን የእኛን እምነት ያጠናክራል፤ እንዲሁም የመጽሐፍ ቅዱስ ተማሪያችንን ይበልጥ ውጤታማ በሆነ መንገድና በቅንዓት ለማስጠናት ያስችለናል። |
3,874 | am_tg | ወደ መስክ አገልግሎት ለመውጣት ልባችንን በምናዘጋጅበት ጊዜም ተመሳሳይ ነገር ማድረግ ይኖርብናል። | ናብ ወፍሪ ኣገልግሎት ንምኻድ ልብና ኸነዳሉ ኸለና እውን ከምኡ ኢና እንገብር። |
3,875 | tg_am | ናብ ወፍሪ ኣገልግሎት ንምኻድ ልብና ኸነዳሉ ኸለና እውን ከምኡ ኢና እንገብር። | ወደ መስክ አገልግሎት ለመውጣት ልባችንን በምናዘጋጅበት ጊዜም ተመሳሳይ ነገር ማድረግ ይኖርብናል። |
3,876 | am_tg | የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍል ከሆነው ከሐዋርያት ሥራ መጽሐፍ ላይ አንድ ምዕራፍ ማንበባችን ለአገልግሎት ያለን ቅንዓት እንዲቀጣጠል ያደርጋል። | ካብ መጽሓፍ ግብሪ ሃዋርያት ሓንቲ ምዕራፍ ምስ እነንብብ፡ ንኣገልግሎት ዘሎና ቕንኣት ኬጐሃህሮ እዩ። |
3,877 | tg_am | ካብ መጽሓፍ ግብሪ ሃዋርያት ሓንቲ ምዕራፍ ምስ እነንብብ፡ ንኣገልግሎት ዘሎና ቕንኣት ኬጐሃህሮ እዩ። | የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍል ከሆነው ከሐዋርያት ሥራ መጽሐፍ ላይ አንድ ምዕራፍ ማንበባችን ለአገልግሎት ያለን ቅንዓት እንዲቀጣጠል ያደርጋል። |
3,878 | am_tg | በዚያን ዕለት ልንጠቀምበት ባሰብነው ጥቅስና ጽሑፍ ላይ ማሰላሰላችን አገልግሎታችንን በቅንዓት እንድናከናውን ይረዳናል። | ብዛዕባ እቲ ኣብታ መዓልቲ እቲኣ ኽንጥቀመሉ ዝሓሰብና ጥቕስታትን ከነበርክቶ ዝመደብናዮ ጽሑፋትን ምስትንታን ድማ፡ ነቲ ናይ ምግልጋል መሰልና ብዚግባእ ክንፍጽሞ ይሕግዘና እዩ። |
3,879 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ኣብታ መዓልቲ እቲኣ ኽንጥቀመሉ ዝሓሰብና ጥቕስታትን ከነበርክቶ ዝመደብናዮ ጽሑፋትን ምስትንታን ድማ፡ ነቲ ናይ ምግልጋል መሰልና ብዚግባእ ክንፍጽሞ ይሕግዘና እዩ። | በዚያን ዕለት ልንጠቀምበት ባሰብነው ጥቅስና ጽሑፍ ላይ ማሰላሰላችን አገልግሎታችንን በቅንዓት እንድናከናውን ይረዳናል። |
3,880 | am_tg | በክልልህ ስላሉ ሰዎችና ፍላጎታቸውን ለመቀስቀስ ማድረግ ስለምትችለው ነገር አስብ። | ብዛዕባ እቶም ኣብ ክልና እንረኽቦም ሰባትን ብዛዕባ እቲ ዜገድሶም ነገራትን ንሕሰብ። |
3,881 | tg_am | ብዛዕባ እቶም ኣብ ክልና እንረኽቦም ሰባትን ብዛዕባ እቲ ዜገድሶም ነገራትን ንሕሰብ። | በክልልህ ስላሉ ሰዎችና ፍላጎታቸውን ለመቀስቀስ ማድረግ ስለምትችለው ነገር አስብ። |
3,882 | am_tg | እንዲህ ያለ ዝግጅት ማድረጋችን ከአምላክ ቃል በሚገኘው መንፈስና ኃይል ተጠቅመን ውጤታማ በሆነ መንገድ እንድንሰብክ ያነሳሳናል። | ከምዚ ዓይነት ምድላው ምስ እንገብር፡ ካብ ቃል ኣምላኽ፡ ብመርኣያ መንፈስን ሓይልን ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ንኽንምስክር ኪድርኸና እዩ። |
3,883 | tg_am | ከምዚ ዓይነት ምድላው ምስ እንገብር፡ ካብ ቃል ኣምላኽ፡ ብመርኣያ መንፈስን ሓይልን ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ንኽንምስክር ኪድርኸና እዩ። | እንዲህ ያለ ዝግጅት ማድረጋችን ከአምላክ ቃል በሚገኘው መንፈስና ኃይል ተጠቅመን ውጤታማ በሆነ መንገድ እንድንሰብክ ያነሳሳናል። |
3,884 | am_tg | ራሳችሁን እንዲህ እያላችሁ ጠይቁ፦ ልጄ የብልግና ምስሎችና ጽሑፎች ለማየት እንዲፈተን የሚያደርገው ምን ሊሆን ይችላል? | ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦ ውሉደይ ስእለ ጽዩፍ ኪርኢ እንታይ ፈተና ኪቐርበሉ ይኽእል፧ |
3,885 | tg_am | ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦ ውሉደይ ስእለ ጽዩፍ ኪርኢ እንታይ ፈተና ኪቐርበሉ ይኽእል፧ | ራሳችሁን እንዲህ እያላችሁ ጠይቁ፦ ልጄ የብልግና ምስሎችና ጽሑፎች ለማየት እንዲፈተን የሚያደርገው ምን ሊሆን ይችላል? |
3,886 | am_tg | እነዚህ ነገሮች በጣም አደገኛ የሆኑበትን ምክንያት ያውቃል? | ስእለ ጽዩፍ ስለምንታይ ኣዝዩ ሓደገኛ ኸም ዝዀነ ይፈልጥዶ፧ |
3,887 | tg_am | ስእለ ጽዩፍ ስለምንታይ ኣዝዩ ሓደገኛ ኸም ዝዀነ ይፈልጥዶ፧ | እነዚህ ነገሮች በጣም አደገኛ የሆኑበትን ምክንያት ያውቃል? |
3,888 | am_tg | እንዲህ ዓይነት ነገሮችን ለማየት ቢፈተን መጥቶ ሊያነጋግረኝ እንዲችል በቀላሉ የምቀረብ ነኝ? | ስእለ ጽዩፍ ኪርኢ እንተ ተፈቲኑ ሓገዝ ደልዩ ናባይ ምእንቲ ኺመጽእ፡ ተቐራቢ እዀነሉ ድየ፧ |
3,889 | tg_am | ስእለ ጽዩፍ ኪርኢ እንተ ተፈቲኑ ሓገዝ ደልዩ ናባይ ምእንቲ ኺመጽእ፡ ተቐራቢ እዀነሉ ድየ፧ | እንዲህ ዓይነት ነገሮችን ለማየት ቢፈተን መጥቶ ሊያነጋግረኝ እንዲችል በቀላሉ የምቀረብ ነኝ? |
3,890 | am_tg | ልጆቻችሁ ገና ትናንሽ እያሉም እንኳ እንዲህ ልትሏቸው ትችላላችሁ፦ ሳታስበው የብልግና ድረ ገጽ ብትከፍትና ለማየት ብትፈተን መጥተህ ንገረኝ። | ውሉዳትካ ገና ንኣሽቱ ኸለዉ እኳ፡ ርኹስ ወብ ሳይት እንተ ኣጋጢሙካ እሞ ኽትርእዮ እንተ ተፈቲንካ፡ መጺእካ ኣዘራርበኒ። |
3,891 | tg_am | ውሉዳትካ ገና ንኣሽቱ ኸለዉ እኳ፡ ርኹስ ወብ ሳይት እንተ ኣጋጢሙካ እሞ ኽትርእዮ እንተ ተፈቲንካ፡ መጺእካ ኣዘራርበኒ። | ልጆቻችሁ ገና ትናንሽ እያሉም እንኳ እንዲህ ልትሏቸው ትችላላችሁ፦ ሳታስበው የብልግና ድረ ገጽ ብትከፍትና ለማየት ብትፈተን መጥተህ ንገረኝ። |
3,892 | am_tg | ፈጽሞ ልታፍር አይገባም። | በዚ ኽትሓፍር የብልካን። |
3,893 | tg_am | በዚ ኽትሓፍር የብልካን። | ፈጽሞ ልታፍር አይገባም። |
3,894 | am_tg | የእኔ ፍላጎት አንተን መርዳት ነው። | ክሕግዘካ እየ ዝደሊ ኽትብሎም ትኽእል ኢኻ። |
3,895 | tg_am | ክሕግዘካ እየ ዝደሊ ኽትብሎም ትኽእል ኢኻ። | የእኔ ፍላጎት አንተን መርዳት ነው። |
3,896 | am_tg | አስተዋይ መሆናችሁ የራሳችሁን መዝናኛም በጥንቃቄ ለመምረጥ ያስችላችኋል። | ልቦናኻ ምስ እትጥቀም እውን፡ መዘናግዒኻ ተጠንቂቕካ ኽትመርጽ ኢኻ። |
3,897 | tg_am | ልቦናኻ ምስ እትጥቀም እውን፡ መዘናግዒኻ ተጠንቂቕካ ኽትመርጽ ኢኻ። | አስተዋይ መሆናችሁ የራሳችሁን መዝናኛም በጥንቃቄ ለመምረጥ ያስችላችኋል። |
3,898 | am_tg | ፕራናስ የተባለ አንድ አባት እንዲህ ብሏል፦ እኛ ወላጆች ከሙዚቃ፣ ከፊልሞች ወይም ከመጻሕፍት ጋር በተያያዘ የምናደርገው ምርጫ ለቤተሰባችን ምሳሌ ይሆናል። | ፕራናስ፡ ግቡእ ኢልና እንርእዮ ሙዚቃ፡ ፊልምታት፡ ወይ መጻሕፍቲ ንስድራ ቤትና ኣብነት ይኸውን እዩ። |
3,899 | tg_am | ፕራናስ፡ ግቡእ ኢልና እንርእዮ ሙዚቃ፡ ፊልምታት፡ ወይ መጻሕፍቲ ንስድራ ቤትና ኣብነት ይኸውን እዩ። | ፕራናስ የተባለ አንድ አባት እንዲህ ብሏል፦ እኛ ወላጆች ከሙዚቃ፣ ከፊልሞች ወይም ከመጻሕፍት ጋር በተያያዘ የምናደርገው ምርጫ ለቤተሰባችን ምሳሌ ይሆናል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.