Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,900
am_tg
ስለተለያዩ ነገሮች ለልጆቻችሁ ብዙ ነገር ትነግሯቸው ይሆናል፤ ልጆቻችሁ የሚያደርጉት ግን እናንተ ስታደርጉ የሚያዩትን ነው።
ብዛዕባ ብዙሕ ነገራት ብዙሕ ክትብል ትኽእል ኢኻ፣ ደቅኻ ግና እንታይ ከም እትገብር ይርእዩን ይመስሉኻን እዮም ኢሉ ሓሳቡ ገሊጹ ኣሎ።
3,901
tg_am

3,902
am_tg
እናንተ ተጠንቅቃችሁ ጥሩ መዝናኛ ስትመርጡ ልጆቻችሁ ካዩ እነሱም ተመሳሳይ ምርጫ ያደርጉ ይሆናል።
ውሉዳትካ ተጠንቂቕካ ንጹህ መዘናግዒ ኽትመርጽ እንተ ርእዮምኻ፡ ተመሳሳሊ ምርጫ ኺገብሩ ድራኸ ኺሓድሮም ይኽእል እዩ።
3,903

3,904
am_tg
የአምላክን ፈቃድ ግምት ውስጥ ሳናስገባ ውሳኔ የምናደርግ ከሆነ ፍቅርና እምነት እንደሚጎድለን ያሳያል።
ፍቓድ ኣምላኽ ኣብ ግምት ከየእተና ውሳነታት ንገብር እንተ ዄንና፡ ንየሆዋ ኸም ዘይነፍቅሮን ከም ዘይንተኣማመኖን ኢና እነርኢ።
3,905

3,906
am_tg
በሳሙኤል ዘመን በአንድ ወቅት እስራኤላውያን ከፍልስጥኤማውያን ጋር ባደረጉት ውጊያ ከባድ ሽንፈት ደርሶባቸው ነበር።
ብግዜ ሳሙኤል፡ እስራኤላውያን ኣብቲ ምስ ፍልስጥኤማውያን ዝገበርዎ ውግእ ከቢድ ስዕረት ተሳዒሮም ነይሮም።
3,907

3,908
am_tg
በዚህ ጊዜ አምላክ እንዲረዳቸውና እንዲጠብቃቸው ፈልገው ነበር።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ህዝቢ ኣምላኽ ደገፍን ዕቝባን የድልዮም ነይሩ።
3,909

3,910
am_tg
ታዲያ ምን አደረጉ?
እሞኸ እንታይ ገበሩ፧
3,911
tg_am
እሞኸ እንታይ ገበሩ፧
ታዲያ ምን አደረጉ?
3,912
am_tg
አብሮን እንዲሆንና ከጠላቶቻችን እጅ እንዲያድነን የይሖዋን የቃል ኪዳን ታቦት ከሴሎ ይዘነው እንሂድ አሉ።
ታቦት ኪዳን የሆዋ ምሳና ዀይኑ ኻብ ኢድ ጸላእትና ምእንቲ ኼድሕነናስ፡ ካብ ሺሎ ምሳና ንውሰዶ በሉ።
3,913

3,914
am_tg
ውጤቱስ ምን ሆነ?
ውጽኢቱኸ እንታይ ነበረ፧
3,915
tg_am
ውጽኢቱኸ እንታይ ነበረ፧
ውጤቱስ ምን ሆነ?
3,916
am_tg
በጣም ብዙ ሕዝብ አለቀ፤ ከእስራኤላውያንም ወገን 30,000 እግረኛ ወታደር ሞተ።
ካብ እስራኤል፡ 30,000 ኣጋር ተዋጋእቲ ወደቑ።
3,917

3,918
am_tg
የአምላክም ታቦት ተማረከ።
ታቦት ኣምላኽ ድማ ተማረኸ።
3,919
tg_am
ታቦት ኣምላኽ ድማ ተማረኸ።
የአምላክም ታቦት ተማረከ።
3,920
am_tg
እስራኤላውያን ታቦቱን ይዘው መሄዳቸው ይሖዋ እንዲረዳቸው የፈለጉ ሊመስል ይችላል።
እስራኤላውያን ነቲ ታቦት ምስኦም ብምውሳዶም፡ ደገፍ የሆዋ ዝደለዩ ኺመስል ይኽእል እዩ።
3,921

3,922
am_tg
እንደ እውነቱ ከሆነ ግን የይሖዋን መመሪያ ለማግኘት ጥረት አላደረጉም፤ ከዚህ ይልቅ በራሳቸው አመለካከት በመመራታቸው ለከፋ ጥፋት ተዳርገዋል።
ይኹን እምበር፡ መምርሒ የሆዋ ኣይኰኑን ዚደልዩ ነይሮም፣ ናይ ርእሶም ሓሳባት ይስዕቡ ስለ ዝነበሩ ኸኣ፡ ከቢድ ጕድኣት ኣጋጠሞም።
3,923

3,924
am_tg
ጠንካራ እምነት ለመገንባትና ጠብቀህ ለማቆየት ማድረግ የምትችለው ነገር ምንድን ነው?
ድልድልቲ እምነት ንምህናጽን ወትሩ ኸምኡ ዀይና ኸም እትቕጽል ንምግባርን፡ እንታይ ተወሳኺ ነገር ክትገብር ትኽእል፧
3,925

3,926
am_tg
እስክትጠመቅ ድረስ ባገኘኸው እውቀት ረክተህ አትኑር።
በቲ ኽሳዕ ጥምቀት እተመሃርካዮ ነገር ኣይትዕግብ።
3,927
tg_am
በቲ ኽሳዕ ጥምቀት እተመሃርካዮ ነገር ኣይትዕግብ።
እስክትጠመቅ ድረስ ባገኘኸው እውቀት ረክተህ አትኑር።
3,928
am_tg
ፍጻሜያቸውን ስላገኙ የመጽሐፍ ቅዱስ ትንቢቶች መማርህን ቀጥል፤ ምክንያቱም እነዚህ ትንቢቶች እምነትህን እንድትገነባ የሚያስችሉ በቂ ማስረጃዎች እንድታገኝ ያደርጉሃል።
ነቲ እተፈጸመ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዓዮ፣ ከመይሲ፡ ከምኡ ምግባርካ ንእምነትካ ኼድልድላ ይኽእል እዩ።
3,929

3,930
am_tg
ከዚህ በተጨማሪ ጠንካራ እምነት ካላቸው ሰዎች መካከል የሚያስቆጥረን እምነት ያለህ መሆን አለመሆኑን ለማወቅ የአምላክን ቃል እንደ መለኪያ አድርገህ መጠቀም ትችላለህ።
እምነትካ ድልድልቲ እንተ ዀይና ንምርግጋጽ እውን፡ ብቓል ኣምላኽ ጌርካ ኽትልክዓ ትኽእል ኢኻ።
3,931

3,932
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ የእምነት ባልንጀሮቹን ‘እኔ በእናንተ እምነት እናንተም በእኔ እምነት እርስ በርሳችን እንበረታታ ብሏቸው ነበር።
ሃዋርያ ጳውሎስ ንክርስትያናት ብጾቱ፡ ብእምነት ሓድሕድና ንሓድሕድና ኽንተባባዕ ኢሉ ጽሒፉሎም እዩ።
3,933

3,934
am_tg
ከእምነት ባልንጀሮቻችን፣ በተለይ ደግሞ ተፈትኖ የተረጋገጠ እምነት እንዳላቸው ካሳዩ ወንድሞቻችን ጋር ስንሆን አንዳችን የሌላውን እምነት መገንባት እንችላለን።
ምስ ኣምለኽቲ የሆዋ ኽንሓብር ከለና፡ ምናዳ ድማ ምስቶም ፍቱን እምነት ዘለዎም ክንከውን ከለና፡ እምነት ሓድሕድና ኽንሃንጽ ንኽእል ኢና።
3,935

3,936
am_tg
መጥፎ ባልንጀርነት እምነት ያጠፋል፤ በአንጻሩ ግን ጥሩ ባልንጀርነት እምነት ይገነባል።
ሕማቕ ዕርክነት ንእምነት የፍርሳ እዩ፣ ጽቡቕ ዕርክነት ግና ይሃንጻ እዩ።
3,937

3,938
am_tg
መሰብሰባችንን ቸል እንዳንል ከዚህ ይልቅ እርስ በርስ እንድንበረታታ የተመከርንበት አንዱ ምክንያት ይህ ነው።
ሓደ ኻብቲ፡ ኣኼባና ኣይንሕደግ ዚብል ምኽሪ እተዋህበሉ ምኽንያታት እውን እዚ እዩ።
3,939

3,940
am_tg
የይሖዋ አገልጋዮች ሕሊናቸውን ለማሠልጠን ጥረት ያደርጋሉ።
ኣገልገልቲ የሆዋ ንሕልናኦም ኬሰልጥንዎ ይደልዩ እዮም።
3,941
tg_am
ኣገልገልቲ የሆዋ ንሕልናኦም ኬሰልጥንዎ ይደልዩ እዮም።
የይሖዋ አገልጋዮች ሕሊናቸውን ለማሠልጠን ጥረት ያደርጋሉ።
3,942
am_tg
ሕሊናቸው የሚነግራቸው ነገር የአምላክ ቃል ትክክልና ስህተት እንዲሁም ጥሩና መጥፎ የሆነውን በተመለከተ ከያዘው መሥፈርት ጋር የሚስማማ እንዲሆን ይፈልጋሉ።
ሕልናኦም ምስቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ ስርዓታት ቅኑዕን ጌጋን፡ ጽቡቕን ክፉእን ኪሰማማዕ ይደልይዎ እዮም።
3,943

3,944
am_tg
በአግባቡ የሠለጠነ ሕሊና በክርስቲያን ጉባኤ ውስጥ በጎ ተጽዕኖ ያሳድራል።
ብግቡእ ዝሰልጠነ ሕልና፡ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ጽቡቕ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል እዩ።
3,945

3,946
am_tg
ይሁንና ክርስቲያናዊ ሕሊናን ማሠልጠንና በዚያ መጠቀም አእምሮን የማሠራት ጉዳይ ብቻ አይደለም።
ንክርስትያናዊ ሕልናና ምስልጣንን ብእኡ ምጥቃምን ግና ናይ ኣእምሮ ጕዳይ ጥራይ ኣይኰነን።
3,947

3,948
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ ጥሩ ሕሊናን ከእምነትና ከፍቅር ጋር ያያይዘዋል።
መጽሓፍ ቅዱስ ንጽቡቕ ሕልና ምስ እምነትን ፍቕርን እዩ ዜተሓሕዞ።
3,949

3,950
am_tg
ጳውሎስ እንዲህ ሲል ጽፏል፦ የዚህ ትእዛዝ ዓላማ ከንጹሕ ልብ፣ ከጥሩ ሕሊናና ግብዝነት ከሌለበት እምነት የሚመነጭ ፍቅር እንዲኖረን ነው።
ጳውሎስ፡ ዕላማ እዚ ትእዛዝ እዚ፡ ካብ ንጹህ ልብን ካብ ሰናይ ሕልናን ግብዝና ኻብ ዘይብላ እምነትን እትርከብ ፍቕሪ እዩ ኢሉ ጽሒፉ እዩ።
3,951

3,952
am_tg
ሕሊናችንን ካሠለጠንነውና የሚነግረንን ነገር ከሰማን ለይሖዋ ያለን ፍቅር እያደገ ይሄዳል፤ እምነታችንም ይጠናከራል።
ንሕልናና ኸነሰልጥኖን ነቲ ንሱ ዚብለና ኽንሰምዕን ከለና፡ ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ትዓሙቝ፡ እምነትና እውን ትድልድል እያ።
3,953

3,954
am_tg
ደግሞም ሕሊናችንን የምንጠቀምበት መንገድ የመንፈሳዊነታችንን ጥልቀት፣ የልባችንን ጥሩነትና ይሖዋን ለማስደሰት ያለንን ብርቱ ፍላጎት ያሳያል።
ንሕልናና እንጥቀመሉ መገዲ፡ ዕምቈት መንፈሳውነትናን ንጽህና ልብናን ንየሆዋ ንምሕጓስ ዘሎና ባህግን የርኢ እዩ።
3,955

3,956
am_tg
በእርግጥም ሕሊናችን የሚያሰማው ድምፅ እውነተኛ ማንነታችንን በሚገባ ያሳያል።
እወ፡ እዚ ውሽጣዊ ድምጺ እዚ፡ ብሓቂ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃንና እዩ ዜርኢ።
3,957

3,958
am_tg
ይሖዋ የሰው ልጆች ሁሉ ፈጣሪ ነው።
የሆዋ ፈጣሪ ዅሎም ደቂ ሰብ እዩ።
3,959
tg_am
የሆዋ ፈጣሪ ዅሎም ደቂ ሰብ እዩ።
ይሖዋ የሰው ልጆች ሁሉ ፈጣሪ ነው።
3,960
am_tg
ከዚህም የተነሳ መጽሐፍ ቅዱስ አዳምን የአምላክ ልጅ ብሎ ይጠራዋል፤ ኢየሱስ ደግሞ ተከታዮቹን ወደ አምላክ ሲጸልዩ በሰማያት የምትኖር አባታችን ብለው እንዲጠሩት አስተምሯቸዋል።
ስለዚ ኸኣ እዩ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣዳም፡ ወዲ ኣምላኽ ዚብሎ፣ የሱስ ከኣ ንሰዓብቱ፡ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና ኢሎም ኪጽውዕዎ ምሂርዎም እዩ።
3,961

3,962
am_tg
ይሖዋ ሕይወት ሰጪ ስለሆነ አባታችን ነው፤ በእኛና በእሱ መካከል ያለው ዝምድና በአንድ አባትና በልጆቹ መካከል ካለው ዝምድና ጋር ሊመሳሰል ይችላል።
የሆዋ ወሃብ ህይወትና ስለ ዝዀነ፡ ኣቦና እዩ፣ እቲ ኣብ መንጎኡን ኣብ መንጎናን ዘሎ ርክብ ድማ፡ ከምቲ ኣብ መንጎ ኣቦን ውሉዳቱን ዘሎ ርክብ እዩ።
3,963

3,964
am_tg
በአጭር አነጋገር አንድ ጥሩ አባት ልጆቹን እንደሚወድ ሁሉ ይሖዋም እኛን ይወደናል።
ብሓጺሩ፡ የሆዋ ኸምቲ ሓደ ውፉይ ኣቦ ንውሉዳቱ ዜፍቅሮም ገይሩ የፍቅረና እዩ።
3,965

3,966
am_tg
እርግጥ ሰብዓዊ አባቶች ፍጹም አይደሉም።
ሰብኣውያን ኣቦታት፡ ዘይፍጹማት እዮም።
3,967
tg_am
ሰብኣውያን ኣቦታት፡ ዘይፍጹማት እዮም።
እርግጥ ሰብዓዊ አባቶች ፍጹም አይደሉም።
3,968
am_tg
የፈለጉትን ያህል ጥረት ቢያደርጉም እንኳ ይሖዋ አባታዊ ፍቅሩን ያሳየበትን መንገድ ሙሉ በሙሉ ማንጸባረቅ አይችሉም።
ዝገበሩ እንተ ገበሩ፡ ነቲ የሆዋ ኣባታዊ ፍቕሩ ዜርእየሉ መገዲ ምሉእ ብምሉእ ኬንጸባርቕዎ ኣይክእሉን እዮም።
3,969

3,970
am_tg
እንዲያውም አንዳንዶች ልጅ ሳሉ በቤተሰባቸው ውስጥ ካጋጠማቸው ሁኔታ የተነሳ በስሜታቸው ወይም በአእምሯቸው ላይ የማይሽር ጠባሳ የተወ መጥፎ ትዝታ አላቸው።
ገሊኦም ሰባት፡ ኣተዓባብያኦም ዓሚቝ ስምዒታውን ስነ ኣእምሮኣውን በሰላ ስለ ዝሓደገሎም፡ ብዛዕባ ስድራ ቤቶም ሕማቕ ተዘክሮ እዩ ዘለዎም።
3,971

3,972
am_tg
ይህ ስሜታቸውን ጎድቶትና አሳዛኝ ሁኔታ አስከትሎባቸው ሊሆን ይችላል።
እዚ ኸኣ ዜሳቕን ኣዝዩ ዜሕዝንን እዩ።
3,973

3,974
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ዓይነት አባት እንዳልሆነ እርግጠኛ መሆን እንችላለን።
የሆዋ ግና ከምኡ ዓይነት ኣቦ ኣይኰነን።
3,975

3,976
am_tg
ይሖዋ ምን ያህል እንደሚወደንና እንዴት እንደሚንከባከበን ማወቃችን ወደ እሱ እንድንቀርብ እንደሚያደርገን የታወቀ ነው።
የሆዋ ብኸመይ ከም ዜፍቅረናን ከም ዚሓልየልናን ምፍላጥና ድማ፡ ናብኡ ንኽንቀርብ ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።
3,977

3,978
am_tg
ሕዝቅያስ፣ በጣም መጥፎ ከሆኑት የይሁዳ ነገሥታት መካከል የአንዱ ልጅ ቢሆንም በጣም ጥሩ ንጉሥ መሆን ችሏል።
ህዝቅያስ ወዲ ሓደ ኻብቶም ዝኸፍኡ ነገስታት ይሁዳ እኳ እንተ ነበረ፡ ንሱ ምስ ዓበየ ግና ሓደ ኻብቶም ብሉጻት ነገስታት እዩ ዀይኑ።
3,979

3,980
am_tg
ሕዝቅያስ አባቱ የፈጸማቸውን መጥፎ ነገሮች ለማስተካከል እርምጃ ወስዷል።
ህዝቅያስ ነቲ ኣቦኡ ዝገበሮ ብዙሕ ጌጋታት ኬዐሪ ተላዒሉ እዩ።
3,981

3,982
am_tg
ይህንንም ያደረገው ቤተ መቅደሱን በማንጻት፣ ለሕዝቡ ኃጢአት ማስተሰረያ በማቅረብ እንዲሁም የአረማውያንን ጣዖታት ለማጥፋት ቅንዓት የተንጸባረቀበት ሰፊ ዘመቻ በማካሄድ ነው።
እወ፡ ነታ ቤተ መቕደስ ኣንጺሁ፡ ንሓጢኣት እቲ ህዝቢ ኣተዓሪቑ፡ ብቕንኣት ኣብ ዝገበሮ ሰፊሕ ወፈራ ኸኣ ንኣረማዊ ጣኦታት ኣጥፊኡ እዩ።
3,983

3,984
am_tg
ሕዝቅያስ፣ ከባድ ፈተናዎች ባጋጠሙት ጊዜ ለምሳሌ የአሦር ንጉሥ ሰናክሬም በኢየሩሳሌም ላይ ጥቃት ለመሰንዘር በሞከረበት ወቅት ታላቅ ድፍረትና እምነት እንዳለው አሳይቷል።
ከቢድ ጸገማት ምስ ኣጋጠሞ፡ ንኣብነት ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር ንየሩሳሌም ኬጥቅዓ ምስ መጸ፡ ህዝቅያስ ሓያል ትብዓትን እምነትን ኣርእዩ እዩ።
3,985

3,986
am_tg
አምላክ እንደሚያድነው የተማመነ ከመሆኑም ሌላ በንግግሩም ሆነ በድርጊቱ ሕዝቡን አበረታቷል።
ድሕነት ንምርካብ ናብ ኣምላኽ ተጸጊዑ፡ ብቓልን ብኣብነትን ድማ ንህዝቡ ኣበርቲዕዎም እዩ።
3,987

3,988
am_tg
ከጊዜ በኋላ ሕዝቅያስ ልቡ በመታበዩ እርማት ሲሰጠው ራሱን ዝቅ በማድረግ ንስሐ ገብቷል።
ጸኒሑ፡ ህዝቅያስ ብሰንኪ ትዕቢቱ ኺእረም ምስ ኣድለዮ፡ ርእሱ ኣትሒቱን ተነሲሑን እዩ።
3,989

3,990
am_tg
በግልጽ ማየት እንደሚቻለው ሕዝቅያስ፣ ያለፈው ሕይወቱ የአሁኑን ሕይወቱን እንዲያበላሽበት ወይም ጥሩ የወደፊት ሕይወት እንዳይኖረው እንቅፋት እንዲሆንበት አልፈቀደም።
እምበኣር፡ ህዝቅያስ፡ ሕሉፍ ህይወቱ ነቲ ህሉው ህይወቱ ኼበላሽዎ ወይ ጽቡቕ መጻኢ ኸም ዘይህልዎ ኺገብር ኣይፈቐደን።
3,991

3,992
am_tg
ከዚህ ይልቅ የይሖዋ ወዳጅ በመሆን እኛም ልንከተለው የሚገባ ጥሩ ምሳሌ ትቷል።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ፈታው የሆዋን ክንስዕቦ ዚግባእ ጽቡቕ ኣብነትን ኰይኑ እዩ።
3,993

3,994
am_tg
አንዳንድ ጊዜ ለማን ታማኝ መሆን እንዳለብህ ግራ ስትጋባ ደግነት ሊረዳህ ይችላል።
ንመን እሙን ክትከውን ከም ዚግብኣካ ኽትውስን ከለኻ፡ ልእመት ክትሕግዘካ ትኽእል እያ።
3,995

3,996
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ የእምነት ባልንጀራህ ከባድ ኃጢአት እንደሠራ በእርግጠኝነት ታውቃለህ እንበል።
ንኣብነት፡ ሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይካ ኸቢድ ሓጢኣት ከም ዝፈጸመ ብንጹር ትፈልጥ ትኸውን።
3,997

3,998
am_tg
ይህ ሰው በተለይ የቅርብ ወዳጅህ ወይም ዘመድህ ከሆነ ለእሱ ታማኝ መሆን እንዳለብህ ይሰማህ ይሆናል።
ምናዳ እቲ ሰብ እቲ ናይ ቀረባ ዓርክኻ ወይ ቤተ ሰብካ ምስ ዚኸውን፡ ንዕኡ እሙን ክትከውን ከም ዚግብኣካ ይስምዓካ ይኸውን።
3,999