Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,000
am_tg
ይሁንና ኃጢአቱን የምትደብቅለት ከሆነ ለአምላክ ያለህን ታማኝነት እያጓደልክ ነው።
ኣበሳኡ እንተ ሸፊንካሉ ግና፡ ንኣምላኽ እሙን ኣይትኸውንን ኢኻ።
4,001
tg_am

4,002
am_tg
ከማንም በላይ ታማኝ መሆን ያለብህ ለይሖዋ እንደሆነ ጥያቄ የለውም።
እወ፡ ንየሆዋ ዘሎካ ተኣማንነት ቀዳምነት ኪውሃቦ ኣለዎ።
4,003

4,004
am_tg
ደግ ሆኖም ደፋር ልትሆን ይገባል።
ልኡም ግናኸ ጽኑዕ ኩን።
4,005
tg_am
ልኡም ግናኸ ጽኑዕ ኩን።
ደግ ሆኖም ደፋር ልትሆን ይገባል።
4,006
am_tg
ጓደኛህ ወይም ዘመድህ የሽማግሌዎችን እርዳታ እንዲጠይቅ አበረታታው።
ንዓርክኻ ወይ ንኣባል ቤተ ሰብካ፡ ካብ ሽማግለታት ሓገዝ ኪደሊ ተማሕጸኖ።
4,007

4,008
am_tg
በተወሰነ ጊዜ ውስጥ ይህን ካላደረገ ግን ለአምላክ ያለህ ታማኝነት፣ ጉዳዩን ለሽማግሌዎች እንድታሳውቅ ሊያነሳሳህ ይገባል።
ኣብ ውሽጢ እተወሰነ እዋን ከምኡ እንተ ዘይገይሩ፡ በቲ ንኣምላኽ ዘሎካ ተኣማንነት ተደሪኽካ፡ ነቲ ጕዳይ እቲ ንሽማግለታት ክትነግሮም ኣሎካ።
4,009

4,010
am_tg
እንዲህ ስታደርግ ለይሖዋ ታማኝነት፣ ለወዳጅህ ወይም ለዘመድህ ደግሞ ደግነት ታሳያለህ፤ ምክንያቱም ክርስቲያን ሽማግሌዎች እንዲህ ያለውን ሰው በገርነት ለማስተካከል ይጥራሉ።
ከምኡ ኽትገብር ከለኻ፡ ንየሆዋ እሙን ኢኻ እትኸውን ዘለኻ፡ ንዓርክኻ ወይ ንኣባል ቤተ ሰብካ ኸኣ ትልእመሉ ኢኻ ዘለኻ፣ ከመይሲ፡ ክርስትያን ሽማግለታት ብልእመት እዮም ኬቕንዕዎ ዚጽዕሩ።
4,011

4,012
am_tg
ታማኝ የይሖዋ አገልጋዮች የተዉት ምሳሌ ለመጽናት የሚያስፈልገንን ጥበብና ብርታት ይሰጠናል።
እቲ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ዝገደፍዎ ኣብነት፡ ንምጽዋር ዜድልየና ጥበብን ብርትዐን ኪህበና ይኽእል እዩ።
4,013

4,014
am_tg
ለምሳሌ ሲድራቅ፣ ሚሳቅና አብደናጎ የባቢሎንን መንግሥት የሚወክለውን ምስል ለማምለክ ፈቃደኞች አልሆኑም።
ንኣብነት፡ ሲድራቅን ሚሳቅን ዓብድ-ኔጎን ነቲ ንመንግስቲ ባቢሎን ዜመልክት ምስሊ ምስጋድ ኣብዮም እዮም።
4,015

4,016
am_tg
በዛሬው ጊዜ የሚኖሩ የይሖዋ ምሥክሮች እነዚህ ወጣቶች ስለወሰዱት ቆራጥ እርምጃ በማንበባቸው፣ ለሚኖሩበት አገር ባንዲራ አምልኮ አናቀርብም ለማለት የሚያስችላቸውን ድፍረት አግኝተዋል።
ሎሚ ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዛዕባ ቘራጽነቶም ምንባቦም፡ ንሰንደቕ ዕላማ ዚነብሩላ ሃገር ከየምልኹ ኣትቢዕዎም እዩ።
4,017

4,018
am_tg
ኢየሱስም ቢሆን በዓለም ፖለቲካዊና ማኅበራዊ ግጭቶች ውስጥ ፈጽሞ ጣልቃ አልገባም።
የሱስ ካብ ፖለቲካውን ማሕበራውን ግጭታት እዛ ዓለም ጠሪሱ እተፈልየ እዩ ነይሩ።
4,019

4,020
am_tg
የእሱ ምሳሌ ሌሎችን ሊጠቅም እንደሚችል ስለተገነዘበ ደቀ መዛሙርቱን አይዟችሁ! ብሏቸዋል።
ኣብነቱ ኣብ ካልኦት ዜሕድሮ ጽልዋ ይፈልጥ ምንባሩ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ኣጆኹም! በሎም።
4,021

4,022
am_tg
በጉባኤህ ያሉ ወንድሞችና እህቶችም ድጋፍ ሊሰጡህ ይችላሉ።
ኣብ ጉባኤኻ ኻብ ዚርከቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደገፍ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።
4,023

4,024
am_tg
የጉባኤው አባላት የሚያጋጥሙህን ተፈታታኝ ሁኔታዎች ካወቁ ሊያበረታቱህ ይችላሉ።
ኣባላት ጉባኤ ብዛዕባ እቲ ዜጋጥመካ ዘሎ ብድሆታት እንተ ፈሊጦም ኬተባብዑኻ ይኽእሉ እዮም።
4,025

4,026
am_tg
ስለ አንተ እንዲጸልዩ ጠይቃቸው።
ኪጽልዩልካ ሕተቶም።
4,027
tg_am
ኪጽልዩልካ ሕተቶም።
ስለ አንተ እንዲጸልዩ ጠይቃቸው።
4,028
am_tg
እርግጥ ነው፣ ወንድሞቻችን እንዲያበረታቱንና እንዲጸልዩልን የምንፈልግ ከሆነ እኛም ለእነሱ እንዲሁ ልናደርግላቸው ይገባል።
ኣሕዋትና ኺድግፉናን ኪጽልዩልናን ንደሊ እንተ ዄንና፡ ንሕና እውን ከምኡ ኽንገብረሎም ኣሎና።
4,029

4,030
am_tg
ዮፍታሔ ስለ እስራኤላውያን ታሪክ በሚገባ ማወቁ፣ በይሖዋ ዓይን ትክክል ስለሆነውና ስህተት ስለሆነው ነገር ትክክለኛ ግንዛቤ እንዲኖረው አድርጓል።
ይፍታሕ ብዛዕባ ታሪኽ እስራኤል ዝነበሮ ሰፊሕ ፍልጠት፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕን ጌጋን ኬለሊ ሓጊዝዎ እዩ።
4,031

4,032
am_tg
በሙሴ ሕግ ውስጥ የሚገኙት አምላክ ያወጣቸው መሠረታዊ ሥርዓቶች በዮፍታሔ አስተሳሰብና ስሜት ላይ ተጽዕኖ አሳድረዋል።
ኣብ ሕጊ ሙሴ ዝነበረ ስርዓታት ኣምላኽ ንኣተሓሳስባን ንልብን ይፍታሕ ቀሪጽዎ እዩ።
4,033

4,034
am_tg
ይሖዋ ቂም መያዝን ይጠላል፤ ሕዝቦቹም እርስ በርስ እንዲዋደዱ ይፈልጋል፤ ዮፍታሔ ይህን ያውቅ ነበር።
ቂም ምሓዝ ንየሆዋ ኸም ዘየሐጕሶ ይፈልጥ ነይሩ እዩ፣ የግዳስ፡ ኣምላኽ ንህዝቡ፡ ንሓድሕዶም ኪፋቐሩ እዩ ዚደልዮም።
4,035

4,036
am_tg
በተጨማሪም አንድ ሰው የሚጠሉት ሰዎች እንኳ ችግር ላይ ሲወድቁ ዝም ብሎ ማለፉ ተገቢ አለመሆኑን ሕጉ እንደሚያስተምር ያውቃል።
ብዘይካዚ እውን፡ ብጻይካ ኺሽገር ከሎ፡ እንተላይ ጸላኢኻ ኺሽገር ከሎ፡ ዕሽሽ ኪትብሎ ኸም ዘይብልካ፡ ሕጊ ሙሴ ይምህር ነይሩ እዩ።
4,037

4,038
am_tg
እንደ ዮሴፍ ያሉ የእምነት ምሳሌዎችም በዮፍታሔ አመለካከት ላይ ተጽዕኖ ሳያሳድሩ አልቀሩም፤ ዮሴፍ ወንድሞቹ ቢጠሉትም ምሕረት አሳይቷቸዋል።
ከምቲ ነቶም ኪጸልእዎ ዝጀመሩ ኣሕዋቱ ዝመሓሮም ዮሴፍ ዝኣመሰሉ እሙናት፡ ነቲ ይፍታሕ ዝሃቦ ምላሽ ጸልዮምዎ ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም።
4,039

4,040
am_tg
ዮፍታሔ እንዲህ ያሉ ሰዎች በተዉት ምሳሌ ላይ ማሰላሰሉ፣ ይሖዋን የሚያስደስት እርምጃ እንዲወስድ ረድቶታል።
ይፍታሕ ብዛዕባ ኸምዚ ዝበለ ኣብነታት ምስትንታኑ፡ ንየሆዋ ባህ ዜብል ስጕምቲ ኺወስድ ሓጊዝዎ ኪኸውን ኣለዎ።
4,041

4,042
am_tg
ወንድሞቹ ያደረጉት ነገር በጣም እንደጎዳው ግልጽ ነው፤ ይሁንና ይህ ሁኔታ ይሖዋንና ሕዝቦቹን ከማገልገል ወደኋላ እንዲል አላደረገውም።
ተግባር ኣሕዋቱ ብዙሕ እኳ እንተ ጐድኦ፡ ንየሆዋን ንህዝቡን ካብ ምግልጋል ግና ድሕር ኣይበለን።
4,043

4,044
am_tg
የአምላክ ሕዝቦች የመናገር ይኸውም በቋንቋ የመጠቀም ችሎታቸውን ምንጊዜም ይሖዋን ለማወደስና ፈቃዱን ለሰዎች ለማሳወቅ ያውሉታል።
ህዝቢ ኣምላኽ ኵሉ ሳዕ በቲ ናይ ምዝራብ ክእለቶም፡ ማለት ብቛንቋ ተጠቒሞም፡ ንየሆዋ ወዲሶምዎ፡ ፍቓዱ እውን ንኻልኦት ኣፍሊጦም እዮም።
4,045

4,046
am_tg
ከቅርብ ዓመታት ወዲህ ደግሞ በቋንቋ አማካኝነት ንጹሑን አምልኮ ማስፋፋት የተቻለበት ዋነኛ መንገድ የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም ነው።
ኣብዚ ቐረባ ግዜያት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ ብዙሕ ቋንቛታት ምትርጓሙ፡ ንጹህ ኣምልኾ ኣብ ምድንፋዕ ዓብዪ ግደ ኣለዎ።
4,047

4,048
am_tg
በሺዎች የሚቆጠሩ የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉሞች ቢኖሩም በበኩረ ጽሑፉ ላይ የሚገኘውን መልእክት በታማኝነት የሚያስተላልፉት ግን ሁሉም አይደሉም።
ኣብዚ ግዜና ኣሽሓት ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎ፣ ግናኸ፡ ነቲ በዅሪ ጽሑፋት ብልክዕ ብምምሕልላፍ ዝመጸ እተፈላለየ ደረጃ እዩ ዘለዎ።
4,049

4,050
am_tg
በ1940ዎቹ ዓመታት የአዲስ ዓለም የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም ኮሚቴ ለመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም መሠረት ሆነው የሚያገለግሉ መመሪያዎችን አዘጋጀ፤ እነዚህን መመሪያዎች ከ130 በሚበልጡ ቋንቋዎች ተግባራዊ አድርገናል።
ብ1940ታት፡ ኮሚተ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ሓዳስ ዓለም ኣብ ልዕሊ 130 ቋንቋ እተሳዕበ ስርዓታት ትርጉም ኣቚሙ እዩ።
4,051

4,052
am_tg
መመሪያዎቹ የሚከተሉት ናቸው፦ ትክክለኛ የመጽሐፍ ቅዱስ ትርጉም 1 የአምላክ ስም በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ቀድሞ በነበረበት ትክክለኛ ቦታ ላይ መልሶ እንዲገባ በማድረግ የአምላክን ስም ያስቀድሳል።
እቲ ስርዓታት ከኣ እዚ ዚስዕብ እዩ፦ 1 ንስም ኣምላኽ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ናብ ግቡእ ቦታኡ ብምምላስ ምቕዳሱ።
4,053

4,054
am_tg
2 የቋንቋው ሥርዓት እስከፈቀደለት ድረስ መጽሐፍ ቅዱስ መጀመሪያ በተጻፈበት ቋንቋ ውስጥ ለሚገኘው ሐሳብ ቀጥተኛ ፍቺ ይሰጣል፤ ቃል በቃል መተርጎም ሊተላለፍ የተፈለገውን መልእክት የሚያዛባ ከሆነ ግን የቃሉን ወይም የሐረጉን ትክክለኛ መንፈስ ለማስተላለፍ ይጥራል።
2 ዚከኣል እንተ ዀይኑ፡ ነቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ በዅሪ መልእኽቲ ቓል ብቓሉ ምትርጓም፡ ነቲ በዅሪ ጽሑፍ ቃል ብቓሉ ምትርጓም ንሓሳባቱ ዚጠውዮ እንተ ዀይኑ ግና፡ ቅኑዕ ሓሳብ ምምሕልላፍ።
4,055

4,056
am_tg
3 ለማንበብ የሚማርክና ለመረዳት የማያስቸግር ቋንቋ ይጠቀማል።
3 ንምንባቡ ዜተባብዕን ንምርዳኡ ቐሊል ዝዀነን ቋንቋ ምጥቃም።
4,057
tg_am
3 ንምንባቡ ዜተባብዕን ንምርዳኡ ቐሊል ዝዀነን ቋንቋ ምጥቃም።
3 ለማንበብ የሚማርክና ለመረዳት የማያስቸግር ቋንቋ ይጠቀማል።
4,058
am_tg
አምላክ ለሰው ልጆች ፍቅር ባይኖረው የወደፊት ሕይወታችን ምን ሊመስል እንደሚችል እስቲ አስበው።
ኣምላኽ ንደቂ ሰብ እንተ ዘየፍቅሮም ነይሩ፡ ህይወት እንታይ ክትመስል ከም እትኽእል እሞ ሕስብ ኣብሎ።
4,059

4,060
am_tg
ሰይጣን ዲያብሎስ አምላክ የሆነለት ብሎም በሰብዓዊ አገዛዝ የሚመራው ይህ ዓለም ያስመዘገበውን አሰቃቂ ታሪክ መመልከቱ ብቻ በቂ ነው፤ ሰይጣን ፍቅር የሌለው ከመሆኑም ሌላ በቁጣ ተሞልቷል።
ነዚ ንምፍላጥ፡ ሕማቕ ታሪኽ እዛ በቶም እቲ ጨካንን ቍጡዕን ኣምላኻ ዝዀነ ሰይጣን ድያብሎስ ዚቈጻጸሮም ደቂ ሰብ እትግዛእ ዓለም ምርኣይ ጥራይ እኹል እዩ።
4,061

4,062
am_tg
አፍቃሪ የሆነው አምላክ አመራር ባይኖር ኖሮ በጽንፈ ዓለም ውስጥ ያሉ ፍጥረታት የወደፊት ሕይወት ምን ያህል አስከፊ ሊሆን እንደሚችል ከዚህ መረዳት ይቻላል።
፣ ራእ.12:9, 12 እዚ ኸኣ፡ ኣምላኽ ንፍጥረቱ ብፍቕሪ እንተ ዘይመርሖ ነይሩ፡ መጻኢና ኽሳዕ ክንደይ ሕማቕ ከም ዚኸውን የርእየና እዩ።
4,063

4,064
am_tg
ዲያብሎስ በይሖዋ አገዛዝ ላይ ባመፀበት ጊዜ የአምላክ ጽንፈ ዓለማዊ አገዛዝ ትክክለኛና ጽድቅ የሰፈነበት ስለመሆኑ ጥያቄ አንስቷል።
ድያብሎስ ካብ ኣገዛዝኣ የሆዋ ኺዓሉ ኸሎ፡ ንቕንዕናን ንጽድቅን ልዑላውነት ኣምላኽ ኣብ ሕቶ ኣእትይዎ እዩ።
4,065

4,066
am_tg
በሌላ አባባል ሰይጣን የእሱ አገዛዝ ከፈጣሪ አገዛዝ የተሻለ እንደሚሆን መናገሩ ነበር።
በዚ ኸምዚ ድማ፡ ሰይጣን ኣገዛዝኣኡ ኻብ ኣገዛዝኣ ፈጣሪኡ ኸም ዚሓይሽ ገይሩ ቘጺሩ እዩ።
4,067

4,068
am_tg
ሰይጣን ያነሳው ጥያቄ ትክክል መሆኑን ለማሳየት እንዲሞክር ይሖዋ ጊዜ የሰጠው ቢሆንም ይህ ጊዜ ገደብ አለው።
የሆዋ ንሰይጣን፡ ሓቅነት እቲ ዘልዓሎ ጕዳይ ንምርግጋጽ ኪፍትን እኳ እንተ ፈቐደሉ፡ ከምኡ ኺገብር እተፈቕደሉ ንግዜኡ እዩ።
4,069

4,070
am_tg
ይሖዋ ከእሱ በቀር ሌሎች አገዛዞች በሙሉ ብቃት እንደሌላቸው በማያሻማ መንገድ መረጋገጥ እንዲችል በቂ ጊዜ በመስጠት ታላቅ ጥበቡን አሳይቷል።
የሆዋ በታ ዓባይ ጥበቡ ኣቢሉ፡ ኪገዝእ ብቕዓት ዘለዎ ብዘይካኡ ኻልእ ከም ዘየለ ብንጹር ምእንቲ ኺቃላዕ እኹል ግዜ ኺሓልፍ ፈቒዱ እዩ።
4,071

4,072
am_tg
አሳዛኝ የሆነው የሰው ዘር ታሪክ እንደሚያሳየው የሰው ልጆችም ሆኑ ሰይጣን መልካም አገዛዝ እንዲሰፍን ማድረግ አይችሉም።
እቲ ዜሕዝን ታሪኽ ደቂ ሰብ ከኣ፡ ሰይጣን ኰነ ደቂ ሰብ ነቲ ዜድልየና ጽቡቕ ኣገዛዝኣ ኼምጽኡ ኸም ዘይክእሉ ኣርእዩ እዩ።
4,073

4,074
am_tg
እንደ ወንድማማች እንዋደዳለን ሲባል ምን ማለት ነው?
ሕውነታዊት ፍቕሪ እንታይ እያ፧
4,075
tg_am
ሕውነታዊት ፍቕሪ እንታይ እያ፧
እንደ ወንድማማች እንዋደዳለን ሲባል ምን ማለት ነው?
4,076
am_tg
ጳውሎስ የተጠቀመበት ፊላደልፊያ የሚለው የግሪክኛ ቃል ቀጥተኛ ፍቺ፣ አንድ ሰው ለወንድሙ ያለውን ፍቅር ያመለክታል።
እታ ጳውሎስ እተጠቕመላ ፊላደልፊያ እትብል ናይ ግሪኽኛ ቓል፡ ቃል ብቓሉ፡ ሕውነታዊት ፍቕርኹም ዚብል ትርጉም ኣለዋ።
4,077

4,078
am_tg
የወንድማማች መዋደድ የሚለው አገላለጽ ለቤተሰባችን አባል ወይም ለቅርብ ወዳጃችን የሚኖረንን ዓይነት ጠንካራ፣ የጠበቀና ጥልቅ ፍቅር ያመለክታል።
ሕውነታዊት ፍቕሪ ንኸም ኣባል ስድራ ቤትና ወይ ንናይ ቀረባ ዓርክና እነርእያ ሓያልን ልባውን ናይ ምፍታው ስምዒት ተመልክት።
4,079

4,080
am_tg
እንዲህ ዓይነት ፍቅር እናሳያለን ሲባል ወንድማማችና እህትማማች መስለን ለመታየት እንሞክራለን ማለት አይደለም፤ ወንድማማችና እህትማማች ነን።
ንሕና ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዝዀንና እነምስል ኣይኰንናን፣ የግዳስ፡ ብሓቂ ኣሕዋትን ኣሓትን ኢና።
4,081

4,082
am_tg
የሚከተለው ጥቅስ በመካከላችን ያለውን የጠበቀ ወዳጅነት በሚገባ ይገልጸዋል፦ በወንድማማች ፍቅር እርስ በርሳችሁ ከልብ ተዋደዱ።
ንሓድሕድና ኣጸቢቕና እንፋቶ ምዃንና፡ ብሕውነታዊት ፍቕሪ ንሓድሕድኩም ካብ ልቢ ተፋቐሩ።
4,083

4,084
am_tg
አንዳችሁ ሌላውን ለማክበር ቀዳሚ ሁኑ።
ንሓድሕድኩም ኣብ ምክብባር ቀዳሞት ኩኑ ብዚብል ቃላት ጽቡቕ ጌርካ ተገሊጹ ኣሎ።
4,085

4,086
am_tg
በመሠረታዊ ሥርዓት በሚመራው አጋፔ በተባለው ፍቅር ላይ የወንድማማች መዋደድ ሲጨመር በአምላክ ሕዝቦች መካከል የጠበቀ ወዳጅነት እንዲኖር ያደርጋል።
እዛ ዓይነት ፍቕሪ እዚኣ ምስታ ብመሰረታዊ ስርዓት እትምራሕ ኣጋፐ እትብሃል ፍቕሪ ተደሚራ፡ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኣምላኽ ጥብቂ ቕርርብ ከም ዚህሉ ትገብር።
4,087

4,088
am_tg
ለክርስቲያኖች ዜግነት ለውጥ አያመጣም፤ ሁሉም አማኞች ወንድማማች ናቸው።
ክርስትና ግና ካብ እተፈላለየ ህዝቢ ንእተኣኻኸቡ ኣመንቲ ዚሓቍፍ እዩ።
4,089

4,090
am_tg
ወንድማማች እንደመሆናችን መጠን ይሖዋ አንዳችን ለሌላው የወንድማማች ፍቅር እንዲኖረን አስተምሮናል።
ኣሕዋት ብምዃንና ኸኣ፡ ንሓድሕድና ሕውነታዊት ፍቕሪ ኽትህልወና ብየሆዋ ተማሂርና ኢና።
4,091

4,092
am_tg
ለኢየሱስ ያለን ፍቅር በስብከቱና ደቀ መዛሙርት በማድረጉ ሥራ በሙሉ ነፍሳችን እንድንካፈል ሊያነሳሳን ይገባል።
ንየሱስ ዘላትና ፍቕሪ ኣብቲ ናይ ምስባኽን ደቀ መዛሙርቲ ናይ ምግባርን ዕዮ ብምሉእ ነፍስና ኽንዓዪ ትድርኸና እያ።
4,093

4,094
am_tg
በመታሰቢያው በዓል ወቅት በረዳት አቅኚነት በማገልገል በስብከቱ ሥራ 30 ወይም 50 ሰዓት ለማሳለፍ አጋጣሚ እናገኛለን።
ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ፡ ሓገዝቲ ፈለምቲ ዄንና ብምግልጋል፡ ኣብ ዕዮ ስብከት 30 ወይ 50 ሰዓት ናይ ምውፋይ ኣጋጣሚ ኣሎና።
4,095

4,096
am_tg
አንተስ ሁኔታህን አመቻችተህ እንዲህ ማድረግ ትችላለህ?
እሞኸ ኣብዚ ንምስታፍ ኵነታትካ ኸተተዓራሪ ትኽእልዶ፧
4,097
tg_am
እሞኸ ኣብዚ ንምስታፍ ኵነታትካ ኸተተዓራሪ ትኽእልዶ፧
አንተስ ሁኔታህን አመቻችተህ እንዲህ ማድረግ ትችላለህ?
4,098
am_tg
ባለቤታቸውን በሞት ያጡ አንድ የ84 ዓመት አረጋዊ፣ ዕድሜያቸውና ጤናቸው በረዳት አቅኚነት ለማገልገል እንደማይፈቅድላቸው ተሰምቷቸው ነበር።
ሓደ ሰበይቱ ዝሞተቶ ወዲ 84 ዓመት ሓው፡ ብሰንኪ ዕድሚኡን ኵነታት ጥዕናኡን ሓጋዚ ፈላሚ ኪኸውን ዘይክእል መሲልዎ ነይሩ።
4,099